Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
58,700 | am_tg | እነሱ ግን “አስወግደው! አስወግደው! ስቀለው!” እያሉ ጮኹ። ጲላጦስም “ንጉሣችሁን ልግደለው?” አላቸው። የካህናት አለቆቹም “ከቄሳር በቀር ሌላ ንጉሥ የለንም” ሲሉ መለሱ። | ንሳቶም ግና፡ “ንየው በሎ! ንየው በሎ! ስቐሎ!” ኢሎም ጫውጫው በሉ። ጲላጦስ ከኣ፡ “ንንጉስኩምዶ ኽሰቕሎ፧” በሎም። ሊቃውንቲ ኻህናት ድማ፡ “ብዘይካ ቄሳርሲ ንጉስ የብልናን” ኢሎም መለሱ። |
58,701 | tg_am | ንሳቶም ግና፡ “ንየው በሎ! ንየው በሎ! ስቐሎ!” ኢሎም ጫውጫው በሉ። ጲላጦስ ከኣ፡ “ንንጉስኩምዶ ኽሰቕሎ፧” በሎም። ሊቃውንቲ ኻህናት ድማ፡ “ብዘይካ ቄሳርሲ ንጉስ የብልናን” ኢሎም መለሱ። | እነሱ ግን “አስወግደው! አስወግደው! ስቀለው!” እያሉ ጮኹ። ጲላጦስም “ንጉሣችሁን ልግደለው?” አላቸው። የካህናት አለቆቹም “ከቄሳር በቀር ሌላ ንጉሥ የለንም” ሲሉ መለሱ። |
58,702 | am_tg | በዚህ ጊዜ እንጨት ላይ እንዲሰቀል አሳልፎ ሰጣቸው። እነሱም ኢየሱስን ይዘው ወሰዱት። | ሽዑ፡ ኪሰቕልዎ ኣሕሊፉ ሃቦም። ንሳቶም ድማ ንየሱስ ወሰድዎ። |
58,703 | tg_am | ሽዑ፡ ኪሰቕልዎ ኣሕሊፉ ሃቦም። ንሳቶም ድማ ንየሱስ ወሰድዎ። | በዚህ ጊዜ እንጨት ላይ እንዲሰቀል አሳልፎ ሰጣቸው። እነሱም ኢየሱስን ይዘው ወሰዱት። |
58,704 | am_tg | ኢየሱስም የመከራውን እንጨት ራሱ ተሸክሞ የራስ ቅል ቦታ ወደተባለ ስፍራ ወጣ፤ ይህ ቦታ በዕብራይስጥ ጎልጎታ ይባላል። | ጕንዲ ስቅያቱ ጾይሩ፡ ቦታ ቐረንቀራ፡ ብእብራይስጢ ድማ ጐልጎታ፡ ናብ እትብሃል ቦታ ወጸ። |
58,705 | tg_am | ጕንዲ ስቅያቱ ጾይሩ፡ ቦታ ቐረንቀራ፡ ብእብራይስጢ ድማ ጐልጎታ፡ ናብ እትብሃል ቦታ ወጸ። | ኢየሱስም የመከራውን እንጨት ራሱ ተሸክሞ የራስ ቅል ቦታ ወደተባለ ስፍራ ወጣ፤ ይህ ቦታ በዕብራይስጥ ጎልጎታ ይባላል። |
58,706 | am_tg | በዚያም በእንጨት ላይ ቸነከሩት፤ ከእሱም ጋር ሁለት ሰዎችን የሰቀሉ ሲሆን ኢየሱስን በመካከል አድርገው አንዱን በዚህ ሌላውን በዚያ ጎን ሰቀሉ። | ኣብኣ ኸኣ ሰቐልዎ፣ ክልተ ኻልኦት ድማ ምስኡ፡ ሓደ በዚ፡ ሓደ በቲ ሰቐሉ፣ ንየሱስ እውን ኣብ ማእከሎም ሰቐልዎ። |
58,707 | tg_am | ኣብኣ ኸኣ ሰቐልዎ፣ ክልተ ኻልኦት ድማ ምስኡ፡ ሓደ በዚ፡ ሓደ በቲ ሰቐሉ፣ ንየሱስ እውን ኣብ ማእከሎም ሰቐልዎ። | በዚያም በእንጨት ላይ ቸነከሩት፤ ከእሱም ጋር ሁለት ሰዎችን የሰቀሉ ሲሆን ኢየሱስን በመካከል አድርገው አንዱን በዚህ ሌላውን በዚያ ጎን ሰቀሉ። |
58,708 | am_tg | በተጨማሪም ጲላጦስ ጽሑፍ ጽፎ በመከራው እንጨት ላይ አንጠለጠለው። ጽሑፉም “የአይሁዳውያን ንጉሥ፣ የናዝሬቱ ኢየሱስ” የሚል ነበር። | ጲላጦስ ድማ ጽሑፍ ጽሒፉ ኣብቲ ጕንዲ ስቅያት ኣንበሮ። “የሱስ እቲ ናዝሬታዊ፡ ንጉስ ኣይሁድ” ዚብል ተጻሒፉ ነበረ። |
58,709 | tg_am | ጲላጦስ ድማ ጽሑፍ ጽሒፉ ኣብቲ ጕንዲ ስቅያት ኣንበሮ። “የሱስ እቲ ናዝሬታዊ፡ ንጉስ ኣይሁድ” ዚብል ተጻሒፉ ነበረ። | በተጨማሪም ጲላጦስ ጽሑፍ ጽፎ በመከራው እንጨት ላይ አንጠለጠለው። ጽሑፉም “የአይሁዳውያን ንጉሥ፣ የናዝሬቱ ኢየሱስ” የሚል ነበር። |
58,710 | am_tg | ኢየሱስ በእንጨት ላይ የተቸነከረበት ቦታ በከተማዋ አቅራቢያ የሚገኝ በመሆኑ ብዙ አይሁዳውያን ይህን ጽሑፍ አነበቡት፤ ጽሑፉም የተጻፈው በዕብራይስጥ፣ በላቲንና በግሪክኛ ነበር። | እታ የሱስ እተሰቕለላ ቦታ ጥቓ እታ ኸተማ ስለ ዝነበረት፡ ነዚ ጽሑፍ እዚ ብዙሓት ካብ ኣይሁድ ኣንበብዎ፣ ብእብራይስጥን ብላቲንን ብግሪኽኛን ድማ ተጻሒፉ ነበረ። |
58,711 | tg_am | እታ የሱስ እተሰቕለላ ቦታ ጥቓ እታ ኸተማ ስለ ዝነበረት፡ ነዚ ጽሑፍ እዚ ብዙሓት ካብ ኣይሁድ ኣንበብዎ፣ ብእብራይስጥን ብላቲንን ብግሪኽኛን ድማ ተጻሒፉ ነበረ። | ኢየሱስ በእንጨት ላይ የተቸነከረበት ቦታ በከተማዋ አቅራቢያ የሚገኝ በመሆኑ ብዙ አይሁዳውያን ይህን ጽሑፍ አነበቡት፤ ጽሑፉም የተጻፈው በዕብራይስጥ፣ በላቲንና በግሪክኛ ነበር። |
58,712 | am_tg | ይሁን እንጂ የአይሁድ የካህናት አለቆች ጲላጦስን “እሱ ‘የአይሁዳውያን ንጉሥ ነኝ’ እንዳለ ጻፍ እንጂ ‘የአይሁዳውያን ንጉሥ’ ብለህ አትጻፍ” አሉት። | ግናኸ፡ ሊቃውንቲ ኻህናት ኣይሁድ ንጲላጦስ፡ “ንሱ፡ ‘ኣነ ንጉስ ኣይሁድ እየ’ ኸም ዝበለ እምበር፡ ‘ንጉስ ኣይሁድ’ ኢልካስ ኣይትጽሓፍ” በልዎ። |
58,713 | tg_am | ግናኸ፡ ሊቃውንቲ ኻህናት ኣይሁድ ንጲላጦስ፡ “ንሱ፡ ‘ኣነ ንጉስ ኣይሁድ እየ’ ኸም ዝበለ እምበር፡ ‘ንጉስ ኣይሁድ’ ኢልካስ ኣይትጽሓፍ” በልዎ። | ይሁን እንጂ የአይሁድ የካህናት አለቆች ጲላጦስን “እሱ ‘የአይሁዳውያን ንጉሥ ነኝ’ እንዳለ ጻፍ እንጂ ‘የአይሁዳውያን ንጉሥ’ ብለህ አትጻፍ” አሉት። |
58,714 | am_tg | ጲላጦስም “እንግዲህ የጻፍኩትን ጽፌአለሁ” ሲል መለሰ። | ጲላጦስ ከኣ፡ “ዝጸሓፍክዎ ጽሒፈ ኣለኹ” ኢሉ መለሰ። |
58,715 | tg_am | ጲላጦስ ከኣ፡ “ዝጸሓፍክዎ ጽሒፈ ኣለኹ” ኢሉ መለሰ። | ጲላጦስም “እንግዲህ የጻፍኩትን ጽፌአለሁ” ሲል መለሰ። |
58,716 | am_tg | ወታደሮቹ ኢየሱስን በእንጨት ላይ ከቸነከሩት በኋላ መደረቢያዎቹን ወስደው እያንዳንዱ ወታደር አንድ አንድ ቁራጭ እንዲደርሰው አራት ቦታ ቆራረጧቸው፤ ከውስጥ ለብሶት የነበረውንም ልብስ ወሰዱ። ሆኖም ልብሱ ከላይ እስከ ታች አንድ ወጥ ሆኖ ያለስፌት የተሠራ ነበር። | እቶም ወተሃደራት ንየሱስ ምስ ሰቐልዎ፡ ክዳውንቱ ኣልዒሎም፡ ንነፍሲ ወከፍ ወተሃደር ገግዲኡ ምእንቲ ኺበጽሖ፡ ኣብ ኣርባዕተ መቐልዎ፣ ነቲ ቐምሹ እውን ኣልዓልዎ። እቲ ቐምሹ ግና ካብ ላዕሊ ኽሳዕ ታሕቲ ዅለንትናኡ እሉም ነበረ እምበር፡ ስፋይ ኣይነበሮን። |
58,717 | tg_am | እቶም ወተሃደራት ንየሱስ ምስ ሰቐልዎ፡ ክዳውንቱ ኣልዒሎም፡ ንነፍሲ ወከፍ ወተሃደር ገግዲኡ ምእንቲ ኺበጽሖ፡ ኣብ ኣርባዕተ መቐልዎ፣ ነቲ ቐምሹ እውን ኣልዓልዎ። እቲ ቐምሹ ግና ካብ ላዕሊ ኽሳዕ ታሕቲ ዅለንትናኡ እሉም ነበረ እምበር፡ ስፋይ ኣይነበሮን። | ወታደሮቹ ኢየሱስን በእንጨት ላይ ከቸነከሩት በኋላ መደረቢያዎቹን ወስደው እያንዳንዱ ወታደር አንድ አንድ ቁራጭ እንዲደርሰው አራት ቦታ ቆራረጧቸው፤ ከውስጥ ለብሶት የነበረውንም ልብስ ወሰዱ። ሆኖም ልብሱ ከላይ እስከ ታች አንድ ወጥ ሆኖ ያለስፌት የተሠራ ነበር። |
58,718 | am_tg | ስለዚህ እርስ በርሳቸው “ከምንቀደው ዕጣ ተጣጥለን ለማን እንደሚደርስ እንወስን” ተባባሉ። ይህም የሆነው “መደረቢያዎቼን እርስ በርሳቸው ተከፋፈሉ፤ በልብሴም ላይ ዕጣ ተጣጣሉ” የሚለው የቅዱስ መጽሐፉ ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው። ወታደሮቹም ያደረጉት ይህንኑ ነበር። | ስለዚ፡ ንሓድሕዶም፡ “ንዝበጽሐ ኺበጽሖስ ዕጫ ነውድቐሉ እምበር፡ ኣይንቕደዶ” ተባሃሃሉ። እዚ ኸኣ እቲ፡ “ንኽዳውንተይ ተማቒሎምዎ፡ ንቐምሸይ እውን ዕጫ ኣውዲቖምሉ” ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። እቶም ወተሃደራት ከኣ እዚ ገበሩ። |
58,719 | tg_am | ስለዚ፡ ንሓድሕዶም፡ “ንዝበጽሐ ኺበጽሖስ ዕጫ ነውድቐሉ እምበር፡ ኣይንቕደዶ” ተባሃሃሉ። እዚ ኸኣ እቲ፡ “ንኽዳውንተይ ተማቒሎምዎ፡ ንቐምሸይ እውን ዕጫ ኣውዲቖምሉ” ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። እቶም ወተሃደራት ከኣ እዚ ገበሩ። | ስለዚህ እርስ በርሳቸው “ከምንቀደው ዕጣ ተጣጥለን ለማን እንደሚደርስ እንወስን” ተባባሉ። ይህም የሆነው “መደረቢያዎቼን እርስ በርሳቸው ተከፋፈሉ፤ በልብሴም ላይ ዕጣ ተጣጣሉ” የሚለው የቅዱስ መጽሐፉ ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው። ወታደሮቹም ያደረጉት ይህንኑ ነበር። |
58,720 | am_tg | ይሁንና ኢየሱስ በተሰቀለበት የመከራ እንጨት አጠገብ እናቱ፣ የእናቱ እህት፣ የቀልዮጳ ሚስት ማርያምና መግደላዊቷ ማርያም ቆመው ነበር። | ኣብ ጥቓ ጕንዲ ስቅያት የሱስ ከኣ፡ ኣዲኡን ሓብቲ እኖኡን ማርያም ሰበይቲ ቀሌዮጳን ማርያም መግደላዊትን ደው ኢለን ነበራ። |
58,721 | tg_am | ኣብ ጥቓ ጕንዲ ስቅያት የሱስ ከኣ፡ ኣዲኡን ሓብቲ እኖኡን ማርያም ሰበይቲ ቀሌዮጳን ማርያም መግደላዊትን ደው ኢለን ነበራ። | ይሁንና ኢየሱስ በተሰቀለበት የመከራ እንጨት አጠገብ እናቱ፣ የእናቱ እህት፣ የቀልዮጳ ሚስት ማርያምና መግደላዊቷ ማርያም ቆመው ነበር። |
58,722 | am_tg | ስለዚህ ኢየሱስ እናቱንና የሚወደውን ደቀ መዝሙር በአቅራቢያው ቆመው ሲያያቸው እናቱን “ልጅሽ ይኸውልሽ!” አላት። | የሱስ ድማ ንኣዲኡን ነቲ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙርን ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ምስ ረኣዮም፡ ንኣዲኡ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እንሆ ወድኺ” በላ። |
58,723 | tg_am | የሱስ ድማ ንኣዲኡን ነቲ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙርን ኣብ ጥቓኡ ደው ኢሎም ምስ ረኣዮም፡ ንኣዲኡ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እንሆ ወድኺ” በላ። | ስለዚህ ኢየሱስ እናቱንና የሚወደውን ደቀ መዝሙር በአቅራቢያው ቆመው ሲያያቸው እናቱን “ልጅሽ ይኸውልሽ!” አላት። |
58,724 | am_tg | ከዚያም ደቀ መዝሙሩን “እናትህ ይህችውልህ!” አለው። ደቀ መዝሙሩም ከዚያ ሰዓት አንስቶ ወደ ራሱ ቤት ወሰዳት። | ነቲ ወደ መዝሙር ከኣ፡ “እንሃ ኣዴኻ” በሎ። እቲ ወደ መዝሙር እውን፡ ካብታ ሰዓት እቲኣ ጀሚሩ ናብ ቤቱ ወሰዳ። |
58,725 | tg_am | ነቲ ወደ መዝሙር ከኣ፡ “እንሃ ኣዴኻ” በሎ። እቲ ወደ መዝሙር እውን፡ ካብታ ሰዓት እቲኣ ጀሚሩ ናብ ቤቱ ወሰዳ። | ከዚያም ደቀ መዝሙሩን “እናትህ ይህችውልህ!” አለው። ደቀ መዝሙሩም ከዚያ ሰዓት አንስቶ ወደ ራሱ ቤት ወሰዳት። |
58,726 | am_tg | ከዚህ በኋላ ኢየሱስ ሁሉም ነገር እንደተፈጸመ አውቆ የቅዱስ መጽሐፉ ቃል እንዲፈጸም “ተጠማሁ” አለ። | ድሕርዚ፡ የሱስ ኵሉ ኸም እተፈጸመ ፈሊጡ፡ እቲ ቕዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም፡ “ጸሚአ” በለ። |
58,727 | tg_am | ድሕርዚ፡ የሱስ ኵሉ ኸም እተፈጸመ ፈሊጡ፡ እቲ ቕዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም፡ “ጸሚአ” በለ። | ከዚህ በኋላ ኢየሱስ ሁሉም ነገር እንደተፈጸመ አውቆ የቅዱስ መጽሐፉ ቃል እንዲፈጸም “ተጠማሁ” አለ። |
58,728 | am_tg | በዚያም የኮመጠጠ ወይን ጠጅ የሞላበት ዕቃ ተቀምጦ ነበር። በመሆኑም ወይን ጠጁ ውስጥ የተነከረ ሰፍነግ፣ በሂሶጵ አገዳ ላይ አድርገው ወደ አፉ አቀረቡለት። | ኣብኡ መጺጽ ወይኒ ዝመልአ ሳርማ ነበረ። ሽዑ፡ መጺጽ ወይኒ ዝመልአ ሰፍነግ ኣብ ቃንጫ ሃዛብ ገይሮም ናብ ኣፉ ኣቕረቡሉ። |
58,729 | tg_am | ኣብኡ መጺጽ ወይኒ ዝመልአ ሳርማ ነበረ። ሽዑ፡ መጺጽ ወይኒ ዝመልአ ሰፍነግ ኣብ ቃንጫ ሃዛብ ገይሮም ናብ ኣፉ ኣቕረቡሉ። | በዚያም የኮመጠጠ ወይን ጠጅ የሞላበት ዕቃ ተቀምጦ ነበር። በመሆኑም ወይን ጠጁ ውስጥ የተነከረ ሰፍነግ፣ በሂሶጵ አገዳ ላይ አድርገው ወደ አፉ አቀረቡለት። |
58,730 | am_tg | ኢየሱስ የኮመጠጠውን ወይን ጠጅ ከቀመሰ በኋላ “ተፈጸመ!” አለ፤ ራሱንም ዘንበል አድርጎ መንፈሱን ሰጠ። | የሱስ ከኣ ነቲ መጺጽ ወይኒ ምስ ጠዓሞ፡ “ተፈጺሙ!” በለ፣ ርእሱ ምስ ኣድነነ፡ መንፈሱ ኣሕሊፉ ሃበ። |
58,731 | tg_am | የሱስ ከኣ ነቲ መጺጽ ወይኒ ምስ ጠዓሞ፡ “ተፈጺሙ!” በለ፣ ርእሱ ምስ ኣድነነ፡ መንፈሱ ኣሕሊፉ ሃበ። | ኢየሱስ የኮመጠጠውን ወይን ጠጅ ከቀመሰ በኋላ “ተፈጸመ!” አለ፤ ራሱንም ዘንበል አድርጎ መንፈሱን ሰጠ። |
58,732 | am_tg | ዕለቱ የዝግጅት ቀን ስለነበር አይሁዳውያን በሰንበት (ያ ሰንበት ታላቅ ሰንበት ስለነበር) አስከሬኖቹ በመከራ እንጨቶቹ ላይ ተሰቅለው እንዳይቆዩ ሲሉ እግራቸው ተሰብሮ እንዲወርዱ ጲላጦስን ጠየቁት። | መዓልቲ ምድላው ስለ ዝነበረት፡ (እታ መዓልቲ ሰንበት እቲኣ ኸኣ ዓባይ ስለ ዝነበረት፡) እቲ ሬሳታት ኣብ ጕንዲ ስቅያት ምእንቲ ኸይሓድር፡ ኣእጋሮም ሰይሮም ኬውርድዎም፡ እቶም ኣይሁድ ንጲላጦስ ለመንዎ። |
58,733 | tg_am | መዓልቲ ምድላው ስለ ዝነበረት፡ (እታ መዓልቲ ሰንበት እቲኣ ኸኣ ዓባይ ስለ ዝነበረት፡) እቲ ሬሳታት ኣብ ጕንዲ ስቅያት ምእንቲ ኸይሓድር፡ ኣእጋሮም ሰይሮም ኬውርድዎም፡ እቶም ኣይሁድ ንጲላጦስ ለመንዎ። | ዕለቱ የዝግጅት ቀን ስለነበር አይሁዳውያን በሰንበት (ያ ሰንበት ታላቅ ሰንበት ስለነበር) አስከሬኖቹ በመከራ እንጨቶቹ ላይ ተሰቅለው እንዳይቆዩ ሲሉ እግራቸው ተሰብሮ እንዲወርዱ ጲላጦስን ጠየቁት። |
58,734 | am_tg | ስለዚህ ወታደሮቹ መጥተው ከእሱ ጋር የተሰቀሉትን የመጀመሪያውን ሰውና የሌላኛውን ሰው እግሮች ሰበሩ። | ሽዑ፡ እቶም ወተሃደራት መጺኦም ኣእጋር እቲ ቐዳማይን ናይቲ ምስኡ እተሰቕለ ኻልኣይን ሰበሩ። |
58,735 | tg_am | ሽዑ፡ እቶም ወተሃደራት መጺኦም ኣእጋር እቲ ቐዳማይን ናይቲ ምስኡ እተሰቕለ ኻልኣይን ሰበሩ። | ስለዚህ ወታደሮቹ መጥተው ከእሱ ጋር የተሰቀሉትን የመጀመሪያውን ሰውና የሌላኛውን ሰው እግሮች ሰበሩ። |
58,736 | am_tg | ወደ ኢየሱስ በመጡ ጊዜ ግን ቀደም ብሎ መሞቱን ስላዩ እግሮቹን አልሰበሩም። | ናብ የሱስ ምስ መጹ ግና፡ ድሮ ኸም ዝሞተ ርእዮም፡ ኣእጋሩ ኣይሰበርዎን። |
58,737 | tg_am | ናብ የሱስ ምስ መጹ ግና፡ ድሮ ኸም ዝሞተ ርእዮም፡ ኣእጋሩ ኣይሰበርዎን። | ወደ ኢየሱስ በመጡ ጊዜ ግን ቀደም ብሎ መሞቱን ስላዩ እግሮቹን አልሰበሩም። |
58,738 | am_tg | ሆኖም ከወታደሮቹ አንዱ ጎኑን በጦር ወጋው፤ ወዲያውም ደምና ውኃ ፈሰሰ። | ሓደ ኻብቶም ወተሃደራት ግና፡ ጐድኑ ብዂናት ወግኦ፣ ብኡብኡ ኸኣ ደምን ማይን ወጸ። |
58,739 | tg_am | ሓደ ኻብቶም ወተሃደራት ግና፡ ጐድኑ ብዂናት ወግኦ፣ ብኡብኡ ኸኣ ደምን ማይን ወጸ። | ሆኖም ከወታደሮቹ አንዱ ጎኑን በጦር ወጋው፤ ወዲያውም ደምና ውኃ ፈሰሰ። |
58,740 | am_tg | ይህን ያየው ሰውም ምሥክርነት ሰጥቷል፤ ምሥክርነቱም እውነት ነው፤ እናንተም እንድታምኑ ይህ ሰው የሚናገራቸው ነገሮች እውነት እንደሆኑ ያውቃል። | እቲ ነዚ ዝረኣየ ድማ መስከረ፣ ምስክሩ ኸኣ ሓቂ እዩ፣ ንስኻትኩም እውን ምእንቲ ኽትኣምኑ ኸኣ፡ ንሱ ሓቂ ኸም ዝነገረ ይፈልጥ እዩ። |
58,741 | tg_am | እቲ ነዚ ዝረኣየ ድማ መስከረ፣ ምስክሩ ኸኣ ሓቂ እዩ፣ ንስኻትኩም እውን ምእንቲ ኽትኣምኑ ኸኣ፡ ንሱ ሓቂ ኸም ዝነገረ ይፈልጥ እዩ። | ይህን ያየው ሰውም ምሥክርነት ሰጥቷል፤ ምሥክርነቱም እውነት ነው፤ እናንተም እንድታምኑ ይህ ሰው የሚናገራቸው ነገሮች እውነት እንደሆኑ ያውቃል። |
58,742 | am_tg | ይህም የሆነው “ከእሱ አንድ አጥንት እንኳ አይሰበርም” የሚለው የቅዱስ መጽሐፉ ቃል እንዲፈጸም ነው። | እቲ፡ “ካብኡ ሓደ ዓጽሚ እኳ ኣይኪስበርን እዩ” ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ እዚ ዝዀነ። |
58,743 | tg_am | እቲ፡ “ካብኡ ሓደ ዓጽሚ እኳ ኣይኪስበርን እዩ” ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ እዚ ዝዀነ። | ይህም የሆነው “ከእሱ አንድ አጥንት እንኳ አይሰበርም” የሚለው የቅዱስ መጽሐፉ ቃል እንዲፈጸም ነው። |
58,744 | am_tg | ደግሞም ሌላ የቅዱስ መጽሐፉ ቃል “የወጉትን ያዩታል” ይላል። | ካልእ ቅዱስ ጽሑፍ እውን፡ “ነቲ ዝወግእዎ ኺጥምትዎ እዮም” ይብል። |
58,745 | tg_am | ካልእ ቅዱስ ጽሑፍ እውን፡ “ነቲ ዝወግእዎ ኺጥምትዎ እዮም” ይብል። | ደግሞም ሌላ የቅዱስ መጽሐፉ ቃል “የወጉትን ያዩታል” ይላል። |
58,746 | am_tg | ይህ ከሆነ በኋላ፣ የአርማትያሱ ዮሴፍ የኢየሱስን አስከሬን ለመውሰድ ጲላጦስን ጠየቀ፤ ዮሴፍ የኢየሱስ ደቀ መዝሙር ነበር። ሆኖም አይሁዳውያንን ይፈራ ስለነበር ይህን ለማንም አልተናገረም። ጲላጦስ ከፈቀደለት በኋላ መጥቶ የኢየሱስን አስከሬን ወሰደ። | ድሕርዚ፡ እቲ ንኣይሁድ ብምፍራሁ ብሕቡእ ወደ መዝሙር የሱስ ዝነበረ ዮሴፍ ብዓል ኣርማትያስ ንጲላጦስ፡ ሬሳ የሱስ ኪወስድ ለመኖ፣ ጲላጦስ ከኣ ፈቐደሉ። ሽዑ፡ ከይዱ ነቲ ሬሳ ወሰዶ። |
58,747 | tg_am | ድሕርዚ፡ እቲ ንኣይሁድ ብምፍራሁ ብሕቡእ ወደ መዝሙር የሱስ ዝነበረ ዮሴፍ ብዓል ኣርማትያስ ንጲላጦስ፡ ሬሳ የሱስ ኪወስድ ለመኖ፣ ጲላጦስ ከኣ ፈቐደሉ። ሽዑ፡ ከይዱ ነቲ ሬሳ ወሰዶ። | ይህ ከሆነ በኋላ፣ የአርማትያሱ ዮሴፍ የኢየሱስን አስከሬን ለመውሰድ ጲላጦስን ጠየቀ፤ ዮሴፍ የኢየሱስ ደቀ መዝሙር ነበር። ሆኖም አይሁዳውያንን ይፈራ ስለነበር ይህን ለማንም አልተናገረም። ጲላጦስ ከፈቀደለት በኋላ መጥቶ የኢየሱስን አስከሬን ወሰደ። |
58,748 | am_tg | ቀደም ሲል በማታ ወደ ኢየሱስ መጥቶ የነበረው ኒቆዲሞስም 30 ኪሎ ግራም ገደማ የሚሆን የከርቤና የእሬት ድብልቅ ይዞ መጣ። | እቲ ቕድም ብለይቲ ዝመጸ ኒቆዲሞስ እውን ኣስታት ሚእቲ ነጥሪ ዚኣክል ሕዋስ ከርበን ዓልወን ሒዙ መጸ። |
58,749 | tg_am | እቲ ቕድም ብለይቲ ዝመጸ ኒቆዲሞስ እውን ኣስታት ሚእቲ ነጥሪ ዚኣክል ሕዋስ ከርበን ዓልወን ሒዙ መጸ። | ቀደም ሲል በማታ ወደ ኢየሱስ መጥቶ የነበረው ኒቆዲሞስም 30 ኪሎ ግራም ገደማ የሚሆን የከርቤና የእሬት ድብልቅ ይዞ መጣ። |
58,750 | am_tg | የኢየሱስንም አስከሬን ወስደው በአይሁዳውያን የአገናነዝ ልማድ መሠረት ጥሩ መዓዛ ባላቸው በእነዚህ ቅመሞች ተጠቅመው በበፍታ ጨርቅ ገነዙት። | ሬሳ የሱስ ወሲዶም ድማ፡ ከምቲ ኣይሁድ ንቐብሪ ንምድላው ዝነበሮም ልምዲ፡ ሽቱ ገይሮም ብበፍታ ገነዝዎ። |
58,751 | tg_am | ሬሳ የሱስ ወሲዶም ድማ፡ ከምቲ ኣይሁድ ንቐብሪ ንምድላው ዝነበሮም ልምዲ፡ ሽቱ ገይሮም ብበፍታ ገነዝዎ። | የኢየሱስንም አስከሬን ወስደው በአይሁዳውያን የአገናነዝ ልማድ መሠረት ጥሩ መዓዛ ባላቸው በእነዚህ ቅመሞች ተጠቅመው በበፍታ ጨርቅ ገነዙት። |
58,752 | am_tg | እሱ በተገደለበት ቦታ አቅራቢያ አንድ የአትክልት ስፍራ ነበር፤ በአትክልት ስፍራው ውስጥ ደግሞ ገና ማንም ያልተቀበረበት አዲስ መቃብር ነበር። | ብኣጋጣሚ፡ ኣብታ እተሰቕለላ ቦታ ስፍራ ኣታኽልቲ ነበረ፣ ኣብቲ ስፍራ ኣታኽልቲ ኸኣ ሓደ እኳ ተቐቢሩሉ ዘይፈልጥ ሓድሽ መቓብር ነበረ። |
58,753 | tg_am | ብኣጋጣሚ፡ ኣብታ እተሰቕለላ ቦታ ስፍራ ኣታኽልቲ ነበረ፣ ኣብቲ ስፍራ ኣታኽልቲ ኸኣ ሓደ እኳ ተቐቢሩሉ ዘይፈልጥ ሓድሽ መቓብር ነበረ። | እሱ በተገደለበት ቦታ አቅራቢያ አንድ የአትክልት ስፍራ ነበር፤ በአትክልት ስፍራው ውስጥ ደግሞ ገና ማንም ያልተቀበረበት አዲስ መቃብር ነበር። |
58,754 | am_tg | ዕለቱ አይሁዳውያን ለበዓሉ የሚዘጋጁበት ቀን ስለነበርና መቃብሩም በአቅራቢያው ይገኝ ስለነበር ኢየሱስን በዚያ አኖሩት። | መዓልቲ ምድላው ኣይሁድ ቀሪባ ስለ ዝነበረት፡ እቲ መቓብር ከኣ ቀረባ ስለ ዝነበረ፡ ንየሱስ ኣብኡ ኣንበርዎ። |
58,755 | tg_am | መዓልቲ ምድላው ኣይሁድ ቀሪባ ስለ ዝነበረት፡ እቲ መቓብር ከኣ ቀረባ ስለ ዝነበረ፡ ንየሱስ ኣብኡ ኣንበርዎ። | ዕለቱ አይሁዳውያን ለበዓሉ የሚዘጋጁበት ቀን ስለነበርና መቃብሩም በአቅራቢያው ይገኝ ስለነበር ኢየሱስን በዚያ አኖሩት። |
58,756 | am_tg | ማርያምና እህቷ ማርታ በሚኖሩበት መንደር በቢታንያ አልዓዛር የተባለ ሰው ታሞ ነበር። | ኣብ ቢታንያ፡ ኣብታ ቝሸት ማርያምን ሓብታ ማርታን፡ ኣልኣዛር ዚብሃል ሰብኣይ ሓሚሙ ነበረ። |
58,757 | tg_am | ኣብ ቢታንያ፡ ኣብታ ቝሸት ማርያምን ሓብታ ማርታን፡ ኣልኣዛር ዚብሃል ሰብኣይ ሓሚሙ ነበረ። | ማርያምና እህቷ ማርታ በሚኖሩበት መንደር በቢታንያ አልዓዛር የተባለ ሰው ታሞ ነበር። |
58,758 | am_tg | ማርያም በጌታ ላይ ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት ያፈሰሰችውና በፀጉሯ እግሩን ያበሰችው ሴት ስትሆን የታመመውም፣ ወንድሟ አልዓዛር ነበር። | ማርያም፡ እታ ንጐይታ ቕዱይ ቅብኢ ዝለኸየቶን ብጸጕሪ ርእሳ ኣእጋሩ ዝደረዘቶን እያ፣ እቲ ዝሓመመ ኣልኣዛር ከኣ ሓዋ እዩ። |
58,759 | tg_am | ማርያም፡ እታ ንጐይታ ቕዱይ ቅብኢ ዝለኸየቶን ብጸጕሪ ርእሳ ኣእጋሩ ዝደረዘቶን እያ፣ እቲ ዝሓመመ ኣልኣዛር ከኣ ሓዋ እዩ። | ማርያም በጌታ ላይ ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት ያፈሰሰችውና በፀጉሯ እግሩን ያበሰችው ሴት ስትሆን የታመመውም፣ ወንድሟ አልዓዛር ነበር። |
58,760 | am_tg | ስለዚህ እህቶቹ “ጌታ ሆይ፣ የምትወደው ሰው ታሟል” ሲሉ መልእክት ላኩበት። | ሽዑ፡ እተን ኣሓቱ፡ “ጐይታይ፡ እንሆ እቲ እትፈትዎስ፡ ሓሚሙ ኣሎ” ኢለን ናብ የሱስ ለኣኻ። |
58,761 | tg_am | ሽዑ፡ እተን ኣሓቱ፡ “ጐይታይ፡ እንሆ እቲ እትፈትዎስ፡ ሓሚሙ ኣሎ” ኢለን ናብ የሱስ ለኣኻ። | ስለዚህ እህቶቹ “ጌታ ሆይ፣ የምትወደው ሰው ታሟል” ሲሉ መልእክት ላኩበት። |
58,762 | am_tg | ኢየሱስ ግን ይህን በሰማ ጊዜ “ይህ ሕመም ለአምላክ ክብር የሚያመጣ ነው እንጂ በሞት የሚያበቃ አይደለም፤ ይህም የአምላክ ልጅ በዚህ አማካኝነት ክብር ይጎናጸፍ ዘንድ ነው” አለ። | የሱስ እዚ ምስ ሰምዐ ግና፡ “እዚ ሕማም እዚ፡ ወዲ ኣምላኽ ብእኡ ምእንቲ ኪኸብር፡ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ንሞት ኣይኰነን” በለ። |
58,763 | tg_am | የሱስ እዚ ምስ ሰምዐ ግና፡ “እዚ ሕማም እዚ፡ ወዲ ኣምላኽ ብእኡ ምእንቲ ኪኸብር፡ ንኽብሪ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ንሞት ኣይኰነን” በለ። | ኢየሱስ ግን ይህን በሰማ ጊዜ “ይህ ሕመም ለአምላክ ክብር የሚያመጣ ነው እንጂ በሞት የሚያበቃ አይደለም፤ ይህም የአምላክ ልጅ በዚህ አማካኝነት ክብር ይጎናጸፍ ዘንድ ነው” አለ። |
58,764 | am_tg | ኢየሱስ ማርታንና እህቷን እንዲሁም አልዓዛርን ይወዳቸው ነበር። | የሱስ ድማ ንማርታን ንሓብታን ንኣልኣዛርን የፍቅሮም ነበረ። |
58,765 | tg_am | የሱስ ድማ ንማርታን ንሓብታን ንኣልኣዛርን የፍቅሮም ነበረ። | ኢየሱስ ማርታንና እህቷን እንዲሁም አልዓዛርን ይወዳቸው ነበር። |
58,766 | am_tg | ይሁን እንጂ አልዓዛር መታመሙን ከሰማ በኋላ በዚያው በነበረበት ቦታ ሁለት ቀን ቆየ። | ኣልኣዛር ምሕማሙ ምስ ሰምዐ ግና፡ ኣብታ ዝነበራ ቦታ ኽልተ መዓልቲ ወዓለ። |
58,767 | tg_am | ኣልኣዛር ምሕማሙ ምስ ሰምዐ ግና፡ ኣብታ ዝነበራ ቦታ ኽልተ መዓልቲ ወዓለ። | ይሁን እንጂ አልዓዛር መታመሙን ከሰማ በኋላ በዚያው በነበረበት ቦታ ሁለት ቀን ቆየ። |
58,768 | am_tg | ከዚያም ደቀ መዛሙርቱን “ተመልሰን ወደ ይሁዳ እንሂድ” አላቸው። | ድሕርዚ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ደጊም ናብ ይሁዳ ንኺድ” በሎም። |
58,769 | tg_am | ድሕርዚ፡ ንደቀ መዛሙርቱ፡ “ደጊም ናብ ይሁዳ ንኺድ” በሎም። | ከዚያም ደቀ መዛሙርቱን “ተመልሰን ወደ ይሁዳ እንሂድ” አላቸው። |
58,770 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱ ግን “ረቢ፣ በቅርቡ እኮ የይሁዳ ሰዎች በድንጋይ ሊወግሩህ ፈልገው ነበር፤ ታዲያ ወደዚያ ተመልሰህ ልትሄድ ነው?” አሉት። | ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “መምህር፡ ብኣምሆ ኣይሁድ ብዳርባ እምኒ ኪቐትሉኻ ይደልዩ ነይሮምሲ፡ መሊስካዶ ናብኡ ትኸይድ፧” በልዎ። |
58,771 | tg_am | ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “መምህር፡ ብኣምሆ ኣይሁድ ብዳርባ እምኒ ኪቐትሉኻ ይደልዩ ነይሮምሲ፡ መሊስካዶ ናብኡ ትኸይድ፧” በልዎ። | ደቀ መዛሙርቱ ግን “ረቢ፣ በቅርቡ እኮ የይሁዳ ሰዎች በድንጋይ ሊወግሩህ ፈልገው ነበር፤ ታዲያ ወደዚያ ተመልሰህ ልትሄድ ነው?” አሉት። |
58,772 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “በቀን ውስጥ ብርሃን የሚሆንበት 12 ሰዓት አለ አይደል? ማንም ሰው በቀን ብርሃን የሚሄድ ከሆነ የዚህን ዓለም ብርሃን ስለሚያይ ምንም ነገር አያደናቅፈውም። | የሱስ ድማ፡ “ኣብ መዓልትስ 12 ሰዓት ደይኰነን ዘሎ፧ እቲ ብመዓልቲ ዚኸይድ፡ ብርሃን እዛ ዓለም እዚኣ ስለ ዚርኢ፡ ኣይዕንቀፍን እዩ። |
58,773 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ኣብ መዓልትስ 12 ሰዓት ደይኰነን ዘሎ፧ እቲ ብመዓልቲ ዚኸይድ፡ ብርሃን እዛ ዓለም እዚኣ ስለ ዚርኢ፡ ኣይዕንቀፍን እዩ። | ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “በቀን ውስጥ ብርሃን የሚሆንበት 12 ሰዓት አለ አይደል? ማንም ሰው በቀን ብርሃን የሚሄድ ከሆነ የዚህን ዓለም ብርሃን ስለሚያይ ምንም ነገር አያደናቅፈውም። |
58,774 | am_tg | ሆኖም በሌሊት የሚሄድ ሰው በእሱ ዘንድ ብርሃን ስለሌለ ይደናቀፋል።” | እቲ ብለይቲ ዚኸይድ ግና፡ ብርሃን ስለ ዘይብሉ፡ ይዕንቀፍ እዩ” በሎም። |
58,775 | tg_am | እቲ ብለይቲ ዚኸይድ ግና፡ ብርሃን ስለ ዘይብሉ፡ ይዕንቀፍ እዩ” በሎም። | ሆኖም በሌሊት የሚሄድ ሰው በእሱ ዘንድ ብርሃን ስለሌለ ይደናቀፋል።” |
58,776 | am_tg | ይህን ከነገራቸው በኋላም “ወዳጃችን አልዓዛር ተኝቷል፤ እኔም ልቀሰቅሰው ወደዚያ እሄዳለሁ” አላቸው። | እዚ ምስ ተዛረበ፡ “ኣልኣዛር ዓርክና ደቂሱ ኣሎ፣ ኣነ ግና ካብ ድቃሱ ምእንቲ ኸተንስኦ፡ ክኸይድ እየ” በሎም። |
58,777 | tg_am | እዚ ምስ ተዛረበ፡ “ኣልኣዛር ዓርክና ደቂሱ ኣሎ፣ ኣነ ግና ካብ ድቃሱ ምእንቲ ኸተንስኦ፡ ክኸይድ እየ” በሎም። | ይህን ከነገራቸው በኋላም “ወዳጃችን አልዓዛር ተኝቷል፤ እኔም ልቀሰቅሰው ወደዚያ እሄዳለሁ” አላቸው። |
58,778 | am_tg | በዚህ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ “ጌታ ሆይ፣ ተኝቶ ከሆነ ይሻለዋል” አሉት። | ሽዑ፡ ደቀ መዛሙርቱ፡ “ጐይታይ፡ ደቂሱ እንተ ዀይኑስ፡ ኪጥዒ እዩ” በልዎ። |
58,779 | tg_am | ሽዑ፡ ደቀ መዛሙርቱ፡ “ጐይታይ፡ ደቂሱ እንተ ዀይኑስ፡ ኪጥዒ እዩ” በልዎ። | በዚህ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ “ጌታ ሆይ፣ ተኝቶ ከሆነ ይሻለዋል” አሉት። |
58,780 | am_tg | ይሁንና ኢየሱስ የተናገረው ስለመሞቱ ነበር። እነሱ ግን ለማረፍ ብሎ እንቅልፍ ስለመተኛቱ የተናገረ መሰላቸው። | ግናኸ፡ የሱስ ብዛዕባ ሞቱ እዩ እተዛረበ። ንሳቶም ግና ብዛዕባ ድቃስ ዕረፍቲ እተዛረበ መሰሎም። |
58,781 | tg_am | ግናኸ፡ የሱስ ብዛዕባ ሞቱ እዩ እተዛረበ። ንሳቶም ግና ብዛዕባ ድቃስ ዕረፍቲ እተዛረበ መሰሎም። | ይሁንና ኢየሱስ የተናገረው ስለመሞቱ ነበር። እነሱ ግን ለማረፍ ብሎ እንቅልፍ ስለመተኛቱ የተናገረ መሰላቸው። |
58,782 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ በግልጽ እንዲህ አላቸው፦ “አልዓዛር ሞቷል፤ | ሽዑ፡ የሱስ ብግልጺ፡ “ኣልኣዛር ሞይቱ፣ |
58,783 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ ብግልጺ፡ “ኣልኣዛር ሞይቱ፣ | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ በግልጽ እንዲህ አላቸው፦ “አልዓዛር ሞቷል፤ |
58,784 | am_tg | ታምኑ ዘንድ በዚያ ባለመኖሬ ስለ እናንተ ደስ ይለኛል። ያም ሆነ ይህ ወደ እሱ እንሂድ።” | ኣነ ድማ፡ ምእንቲ ኽትኣምኑስ፡ ኣብኡ ብዘይምንባረይ፡ ብዛዕባኹም እሕጐስ ኣለኹ። ግናኸ፡ ናብኡ ንኺድ” በሎም። |
58,785 | tg_am | ኣነ ድማ፡ ምእንቲ ኽትኣምኑስ፡ ኣብኡ ብዘይምንባረይ፡ ብዛዕባኹም እሕጐስ ኣለኹ። ግናኸ፡ ናብኡ ንኺድ” በሎም። | ታምኑ ዘንድ በዚያ ባለመኖሬ ስለ እናንተ ደስ ይለኛል። ያም ሆነ ይህ ወደ እሱ እንሂድ።” |
58,786 | am_tg | በዚህ ጊዜ ዲዲሞስ የሚባለው ቶማስ ለተቀሩት ደቀ መዛሙርት “ከእሱ ጋር እንድንሞት አብረነው እንሂድ” አላቸው። | ስለዚ፡ እቲ ማንታ ዚብሃል ቶማስ ነቶም ብጾቱ ደቀ መዛሙርቲ፡ “ንሕና እውን ምስኡ ኽንመውትሲ፡ ንኺድ” በሎም። |
58,787 | tg_am | ስለዚ፡ እቲ ማንታ ዚብሃል ቶማስ ነቶም ብጾቱ ደቀ መዛሙርቲ፡ “ንሕና እውን ምስኡ ኽንመውትሲ፡ ንኺድ” በሎም። | በዚህ ጊዜ ዲዲሞስ የሚባለው ቶማስ ለተቀሩት ደቀ መዛሙርት “ከእሱ ጋር እንድንሞት አብረነው እንሂድ” አላቸው። |
58,788 | am_tg | ኢየሱስ እዚያ በደረሰ ጊዜ አልዓዛር በመቃብር ውስጥ አራት ቀን እንደሆነው አወቀ። | የሱስ ኣብኡ ምስ በጽሐ፡ ኣልኣዛር ኣብ መቓብር ኣርባዕተ መዓልቲ ገይሩ ረኸቦ። |
58,789 | tg_am | የሱስ ኣብኡ ምስ በጽሐ፡ ኣልኣዛር ኣብ መቓብር ኣርባዕተ መዓልቲ ገይሩ ረኸቦ። | ኢየሱስ እዚያ በደረሰ ጊዜ አልዓዛር በመቃብር ውስጥ አራት ቀን እንደሆነው አወቀ። |
58,790 | am_tg | ቢታንያ ለኢየሩሳሌም ቅርብ የነበረች ሲሆን ሦስት ኪሎ ሜትር ያህል ርቀት ላይ ትገኝ ነበር። | ቢታንያ ኻብ የሩሳሌም ኣስታት ሰለስተ ኪሎ ሜተር ብምንባራ፡ ቀረባ ነበረት። |
58,791 | tg_am | ቢታንያ ኻብ የሩሳሌም ኣስታት ሰለስተ ኪሎ ሜተር ብምንባራ፡ ቀረባ ነበረት። | ቢታንያ ለኢየሩሳሌም ቅርብ የነበረች ሲሆን ሦስት ኪሎ ሜትር ያህል ርቀት ላይ ትገኝ ነበር። |
58,792 | am_tg | ወንድማቸውን በሞት ያጡትን ማርታንና ማርያምን ለማጽናናት ብዙ አይሁዳውያን መጥተው ነበር። | ብዙሓት ካብ ኣይሁድ ድማ፡ ብዛዕባ ሓወን ኬጸናንዕወን፡ ናብ ማርያምን ማርታን መጺኦም ነበሩ። |
58,793 | tg_am | ብዙሓት ካብ ኣይሁድ ድማ፡ ብዛዕባ ሓወን ኬጸናንዕወን፡ ናብ ማርያምን ማርታን መጺኦም ነበሩ። | ወንድማቸውን በሞት ያጡትን ማርታንና ማርያምን ለማጽናናት ብዙ አይሁዳውያን መጥተው ነበር። |
58,794 | am_tg | ማርታ፣ ኢየሱስ እየመጣ መሆኑን ስትሰማ ልትቀበለው ወጣች፤ ማርያም ግን እዚያው ቤት ቀረች። | ማርታ ኸኣ የሱስ ይመጽእ ከም ዘሎ ምስ ሰምዐት፡ ክትረኽቦ ኸደት፣ ማርያም ግና ኣብ ቤት ተቐሚጣ ነበረት። |
58,795 | tg_am | ማርታ ኸኣ የሱስ ይመጽእ ከም ዘሎ ምስ ሰምዐት፡ ክትረኽቦ ኸደት፣ ማርያም ግና ኣብ ቤት ተቐሚጣ ነበረት። | ማርታ፣ ኢየሱስ እየመጣ መሆኑን ስትሰማ ልትቀበለው ወጣች፤ ማርያም ግን እዚያው ቤት ቀረች። |
58,796 | am_tg | ማርታም ኢየሱስን እንዲህ አለችው፦ “ጌታ ሆይ፣ አንተ እዚህ ብትሆን ኖሮ ወንድሜ ባልሞተ ነበር። | ሽዑ፡ ማርታ ንየሱስ፡ “ጐይታይ፡ ኣብዚ እንተ ትነብርሲ፡ ሓወይ ኣይምሞተን ነይሩ። |
58,797 | tg_am | ሽዑ፡ ማርታ ንየሱስ፡ “ጐይታይ፡ ኣብዚ እንተ ትነብርሲ፡ ሓወይ ኣይምሞተን ነይሩ። | ማርታም ኢየሱስን እንዲህ አለችው፦ “ጌታ ሆይ፣ አንተ እዚህ ብትሆን ኖሮ ወንድሜ ባልሞተ ነበር። |
58,798 | am_tg | አሁንም ቢሆን አምላክ የጠየቅከውን ነገር ሁሉ እንደሚሰጥህ አምናለሁ።” | ግናኸ፡ ሕጂ እውን እቲ ኻብ ኣምላኽ ዝለመንካዮ ዘበለ፡ ኣምላኽ ከም ዚህበካ፡ እፈልጥ እየ” በለቶ። |
58,799 | tg_am | ግናኸ፡ ሕጂ እውን እቲ ኻብ ኣምላኽ ዝለመንካዮ ዘበለ፡ ኣምላኽ ከም ዚህበካ፡ እፈልጥ እየ” በለቶ። | አሁንም ቢሆን አምላክ የጠየቅከውን ነገር ሁሉ እንደሚሰጥህ አምናለሁ።” |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.