Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
58,800 | am_tg | ኢየሱስም “ወንድምሽ ይነሳል” አላት። | የሱስ ድማ፡ “ሓውኪ ኺትንስእ እዩ” በላ። |
58,801 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ሓውኪ ኺትንስእ እዩ” በላ። | ኢየሱስም “ወንድምሽ ይነሳል” አላት። |
58,802 | am_tg | ማርታም “በመጨረሻው ቀን በትንሣኤ እንደሚነሳ አውቃለሁ” አለችው። | ማርታ ኸኣ፡ “በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ብትንሳኤ ኸም ዚትንስእሲ፡ እፈልጥ እየ” በለቶ። |
58,803 | tg_am | ማርታ ኸኣ፡ “በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ብትንሳኤ ኸም ዚትንስእሲ፡ እፈልጥ እየ” በለቶ። | ማርታም “በመጨረሻው ቀን በትንሣኤ እንደሚነሳ አውቃለሁ” አለችው። |
58,804 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አላት፦ “ትንሣኤና ሕይወት እኔ ነኝ። በእኔ የሚያምን ሁሉ ቢሞት እንኳ እንደገና ሕያው ይሆናል፤ | የሱስ ድማ፡ “ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ። እቲ ብኣይ ዚኣምን፡ እንተ ሞተ እኳ፡ ህያው ኪኸውን እዩ፣ |
58,805 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ትንሳኤን ህይወትን ኣነ እየ። እቲ ብኣይ ዚኣምን፡ እንተ ሞተ እኳ፡ ህያው ኪኸውን እዩ፣ | ኢየሱስም እንዲህ አላት፦ “ትንሣኤና ሕይወት እኔ ነኝ። በእኔ የሚያምን ሁሉ ቢሞት እንኳ እንደገና ሕያው ይሆናል፤ |
58,806 | am_tg | በሕይወት ያለና በእኔ የሚያምን ሁሉ ደግሞ ፈጽሞ አይሞትም። ይህን ታምኛለሽ?” | ብህይወት ዘሎ እሞ ብኣይ ዚኣምን ኵሉ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪመውትን እዩ። ነዚዶ ትኣምኒ ኢኺ፧” በላ። |
58,807 | tg_am | ብህይወት ዘሎ እሞ ብኣይ ዚኣምን ኵሉ ኸኣ፡ ከቶ ኣይኪመውትን እዩ። ነዚዶ ትኣምኒ ኢኺ፧” በላ። | በሕይወት ያለና በእኔ የሚያምን ሁሉ ደግሞ ፈጽሞ አይሞትም። ይህን ታምኛለሽ?” |
58,808 | am_tg | እሷም “አዎ፣ ጌታ ሆይ፣ አንተ ወደ ዓለም የሚመጣው የአምላክ ልጅ ክርስቶስ መሆንህን አምናለሁ” አለችው። | ንሳ ድማ፡ “እወ ጐይታይ፡ ንስኻ እቲ ናብ ዓለም ዚመጽእ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃንካ ኣሚነ ኣለኹ” በለቶ። |
58,809 | tg_am | ንሳ ድማ፡ “እወ ጐይታይ፡ ንስኻ እቲ ናብ ዓለም ዚመጽእ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃንካ ኣሚነ ኣለኹ” በለቶ። | እሷም “አዎ፣ ጌታ ሆይ፣ አንተ ወደ ዓለም የሚመጣው የአምላክ ልጅ ክርስቶስ መሆንህን አምናለሁ” አለችው። |
58,810 | am_tg | ይህን ካለች በኋላም ሄዳ እህቷን ማርያምን ለብቻዋ ጠርታት “መምህሩ መጥቷል፤ እየጠራሽ ነው” አለቻት። | እዚ ምስ በለት፡ ከይዳ ንማርያም ሓብታ ሰላሕ ኢላ፡ “መምህር መጺኡ፡ ይጽውዓኪ እውን ኣሎ” ኢላ ጸውዓታ። |
58,811 | tg_am | እዚ ምስ በለት፡ ከይዳ ንማርያም ሓብታ ሰላሕ ኢላ፡ “መምህር መጺኡ፡ ይጽውዓኪ እውን ኣሎ” ኢላ ጸውዓታ። | ይህን ካለች በኋላም ሄዳ እህቷን ማርያምን ለብቻዋ ጠርታት “መምህሩ መጥቷል፤ እየጠራሽ ነው” አለቻት። |
58,812 | am_tg | ማርያምም ይህን ስትሰማ በፍጥነት ተነስታ ወደ እሱ ሄደች። | ንሳ እዚ ምስ ሰምዐት፡ ቀልጢፋ ተንስአት፡ ናብኡ እውን ከደት። |
58,813 | tg_am | ንሳ እዚ ምስ ሰምዐት፡ ቀልጢፋ ተንስአት፡ ናብኡ እውን ከደት። | ማርያምም ይህን ስትሰማ በፍጥነት ተነስታ ወደ እሱ ሄደች። |
58,814 | am_tg | ይሁንና ኢየሱስ እዚያው ማርታ ያገኘችው ቦታ ነበር እንጂ ገና ወደ መንደሩ አልገባም ነበር። | የሱስ ኣብታ ማርታ ዝረኸበቶ ቦታ ጸንሐ እምበር፡ ናብታ ቝሸት ገና ኣይኣተወን ነበረ። |
58,815 | tg_am | የሱስ ኣብታ ማርታ ዝረኸበቶ ቦታ ጸንሐ እምበር፡ ናብታ ቝሸት ገና ኣይኣተወን ነበረ። | ይሁንና ኢየሱስ እዚያው ማርታ ያገኘችው ቦታ ነበር እንጂ ገና ወደ መንደሩ አልገባም ነበር። |
58,816 | am_tg | እሷን እያጽናኑ በቤት አብረዋት የነበሩ አይሁዳውያንም ማርያም ፈጥና ተነስታ ስትወጣ ሲያዩ ወደ መቃብሩ ሄዳ ልታለቅስ መስሏቸው ተከተሏት። | እቶም ኬጸናንዕዋ ምስኣ ኣብ ቤት ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ማርያም ቀልጢፋ ምትንሳኣን ምውጻኣን ምስ ረኣዩ፡ ናብ መቓብር ከይዳ ኣብኡ እትበኪ መሲልዎም ሰዓብዋ። |
58,817 | tg_am | እቶም ኬጸናንዕዋ ምስኣ ኣብ ቤት ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ማርያም ቀልጢፋ ምትንሳኣን ምውጻኣን ምስ ረኣዩ፡ ናብ መቓብር ከይዳ ኣብኡ እትበኪ መሲልዎም ሰዓብዋ። | እሷን እያጽናኑ በቤት አብረዋት የነበሩ አይሁዳውያንም ማርያም ፈጥና ተነስታ ስትወጣ ሲያዩ ወደ መቃብሩ ሄዳ ልታለቅስ መስሏቸው ተከተሏት። |
58,818 | am_tg | ማርያምም ኢየሱስ የነበረበት ቦታ ደርሳ ባየችው ጊዜ እግሩ ላይ ተደፋች፤ ከዚያም “ጌታ ሆይ፣ አንተ እዚህ ብትሆን ኖሮ ወንድሜ ባልሞተ ነበር” አለችው። | ማርያም ድማ ናብታ የሱስ ዝነበራ ቦታ መጺኣ ምስ ረኣየቶ፡ ኣብ እግሩ ተደፊኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣብዚ እንተ ትነብርሲ፡ ሓወይ ኣይምሞተን ነይሩ” በለቶ። |
58,819 | tg_am | ማርያም ድማ ናብታ የሱስ ዝነበራ ቦታ መጺኣ ምስ ረኣየቶ፡ ኣብ እግሩ ተደፊኣ፡ “ጐይታይ፡ ኣብዚ እንተ ትነብርሲ፡ ሓወይ ኣይምሞተን ነይሩ” በለቶ። | ማርያምም ኢየሱስ የነበረበት ቦታ ደርሳ ባየችው ጊዜ እግሩ ላይ ተደፋች፤ ከዚያም “ጌታ ሆይ፣ አንተ እዚህ ብትሆን ኖሮ ወንድሜ ባልሞተ ነበር” አለችው። |
58,820 | am_tg | ኢየሱስ እሷ ስታለቅስና አብረዋት የመጡት አይሁዳውያን ሲያለቅሱ ሲያይ እጅግ አዘነ፤ ተረበሸም። | ሽዑ፡ የሱስ፡ ንሳ ኽትበኪ ኸላ፡ እቶም ምስኣ ዝመጹ ኣይሁድ እውን ኪበኽዩ ኸለዉ ምስ ረኣየ፡ ብውሽጡ እህህ በለ፡ ተረበሸ ኸኣ። |
58,821 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ፡ ንሳ ኽትበኪ ኸላ፡ እቶም ምስኣ ዝመጹ ኣይሁድ እውን ኪበኽዩ ኸለዉ ምስ ረኣየ፡ ብውሽጡ እህህ በለ፡ ተረበሸ ኸኣ። | ኢየሱስ እሷ ስታለቅስና አብረዋት የመጡት አይሁዳውያን ሲያለቅሱ ሲያይ እጅግ አዘነ፤ ተረበሸም። |
58,822 | am_tg | እሱም “የት ነው ያኖራችሁት?” አለ። እነሱም “ጌታ ሆይ፣ መጥተህ እይ” አሉት። | “ኣበይ ኣንቢርኩምዎ፧” ድማ በለ። ንሳቶም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ንዓ እሞ ርአ” በልዎ። |
58,823 | tg_am | “ኣበይ ኣንቢርኩምዎ፧” ድማ በለ። ንሳቶም ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ንዓ እሞ ርአ” በልዎ። | እሱም “የት ነው ያኖራችሁት?” አለ። እነሱም “ጌታ ሆይ፣ መጥተህ እይ” አሉት። |
58,824 | am_tg | ኢየሱስም እንባውን አፈሰሰ። | የሱስ ነብዐ። |
58,825 | tg_am | የሱስ ነብዐ። | ኢየሱስም እንባውን አፈሰሰ። |
58,826 | am_tg | በዚህ ጊዜ አይሁዳውያኑ “እንዴት ይወደው እንደነበር ተመልከቱ!” አሉ። | ሽዑ፡ ኣይሁድ፡ “ርኣዩ፡ ክንደይ ይፈትዎ ነይሩ!” በሉ። |
58,827 | tg_am | ሽዑ፡ ኣይሁድ፡ “ርኣዩ፡ ክንደይ ይፈትዎ ነይሩ!” በሉ። | በዚህ ጊዜ አይሁዳውያኑ “እንዴት ይወደው እንደነበር ተመልከቱ!” አሉ። |
58,828 | am_tg | ሆኖም ከእነሱ መካከል አንዳንዶች “የዓይነ ስውሩን ዓይን ያበራው ይህ ሰው ይሄኛውንም እንዳይሞት ማድረግ አይችልም ነበር?” አሉ። | ገሊኣቶም ግና፡ “እዚ ኣዒንቲ እቲ ዕዉር ዝኸፈተስ፡ ነዚ እውን ከም ዘይመውት ኪገብሮ ደዀን ኣይምኸኣለን ነይሩ፧” በሉ። |
58,829 | tg_am | ገሊኣቶም ግና፡ “እዚ ኣዒንቲ እቲ ዕዉር ዝኸፈተስ፡ ነዚ እውን ከም ዘይመውት ኪገብሮ ደዀን ኣይምኸኣለን ነይሩ፧” በሉ። | ሆኖም ከእነሱ መካከል አንዳንዶች “የዓይነ ስውሩን ዓይን ያበራው ይህ ሰው ይሄኛውንም እንዳይሞት ማድረግ አይችልም ነበር?” አሉ። |
58,830 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ ልቡ ዳግመኛ በሐዘን ታውኮ ወደ መቃብሩ መጣ። መቃብሩ ዋሻ ሲሆን በድንጋይም ተዘግቶ ነበር። | ሽዑ፡ የሱስ ከም ብሓድሽ ብውሽጡ እህህ በለ፡ ናብቲ መቓብር እውን መጸ። እቲ መቓብር ከኣ ብእምኒ እተዓጽወ በዓቲ ነበረ። |
58,831 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ ከም ብሓድሽ ብውሽጡ እህህ በለ፡ ናብቲ መቓብር እውን መጸ። እቲ መቓብር ከኣ ብእምኒ እተዓጽወ በዓቲ ነበረ። | ከዚያም ኢየሱስ ልቡ ዳግመኛ በሐዘን ታውኮ ወደ መቃብሩ መጣ። መቃብሩ ዋሻ ሲሆን በድንጋይም ተዘግቶ ነበር። |
58,832 | am_tg | ኢየሱስ “ድንጋዩን አንሱት” አለ። የሟቹ እህት ማርታም “ጌታ ሆይ፣ አራት ቀን ስለሆነው አሁን ይሸታል” አለችው። | የሱስ ድማ፡ “ነዚ እምኒ ኣልግስዎ” በሎም። ማርታ ሓብቲ እቲ ምዉት ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ራብዕቲ ገይሩ እዩ እሞ፡ ጨንዩ ኪኸውን ኣለዎ” በለቶ። |
58,833 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ነዚ እምኒ ኣልግስዎ” በሎም። ማርታ ሓብቲ እቲ ምዉት ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ራብዕቲ ገይሩ እዩ እሞ፡ ጨንዩ ኪኸውን ኣለዎ” በለቶ። | ኢየሱስ “ድንጋዩን አንሱት” አለ። የሟቹ እህት ማርታም “ጌታ ሆይ፣ አራት ቀን ስለሆነው አሁን ይሸታል” አለችው። |
58,834 | am_tg | ኢየሱስም “ካመንሽ የአምላክን ክብር ታያለሽ ብዬ አልነገርኩሽም?” አላት። | የሱስ ድማ፡ “እንተ ትኣምንስ፡ ክብሪ ኣምላኽ ምረኣኺዶ ኣይበልኩኽን፧” በላ። |
58,835 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “እንተ ትኣምንስ፡ ክብሪ ኣምላኽ ምረኣኺዶ ኣይበልኩኽን፧” በላ። | ኢየሱስም “ካመንሽ የአምላክን ክብር ታያለሽ ብዬ አልነገርኩሽም?” አላት። |
58,836 | am_tg | ስለዚህ ድንጋዩን አነሱት። ከዚያም ኢየሱስ ወደ ሰማይ ተመልክቶ እንዲህ አለ፦ “አባት ሆይ፣ ስለሰማኸኝ አመሰግንሃለሁ። | ሽዑ፡ ነቲ እምኒ ኣልገስዎ። የሱስ ከኣ ኣዒንቱ ናብ ሰማይ ኣልዒሉ፡ “ኣቦ፡ ስለ ዝሰማዕካኒ አመስግነካ ኣለኹ። |
58,837 | tg_am | ሽዑ፡ ነቲ እምኒ ኣልገስዎ። የሱስ ከኣ ኣዒንቱ ናብ ሰማይ ኣልዒሉ፡ “ኣቦ፡ ስለ ዝሰማዕካኒ አመስግነካ ኣለኹ። | ስለዚህ ድንጋዩን አነሱት። ከዚያም ኢየሱስ ወደ ሰማይ ተመልክቶ እንዲህ አለ፦ “አባት ሆይ፣ ስለሰማኸኝ አመሰግንሃለሁ። |
58,838 | am_tg | እውነት ነው፣ ሁልጊዜ እንደምትሰማኝ አውቃለሁ፤ ይህን ያልኩት ግን እዚህ የቆሙት ሰዎች አንተ እንደላክኸኝ ያምኑ ዘንድ ነው።” | እዞም ኣብዚ ደው ኢሎም ዘለዉ ህዝቢ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ ምእንቲ ኺኣምኑ ደኣ እየ እዚ ዝበልኩ እምበር፡ ኵሉ ሳዕ ከም እትሰምዓንስ፡ ፈሊጠ ኣለኹ” በለ። |
58,839 | tg_am | እዞም ኣብዚ ደው ኢሎም ዘለዉ ህዝቢ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ ምእንቲ ኺኣምኑ ደኣ እየ እዚ ዝበልኩ እምበር፡ ኵሉ ሳዕ ከም እትሰምዓንስ፡ ፈሊጠ ኣለኹ” በለ። | እውነት ነው፣ ሁልጊዜ እንደምትሰማኝ አውቃለሁ፤ ይህን ያልኩት ግን እዚህ የቆሙት ሰዎች አንተ እንደላክኸኝ ያምኑ ዘንድ ነው።” |
58,840 | am_tg | ይህን ከተናገረ በኋላ በታላቅ ድምፅ “አልዓዛር፣ ና ውጣ!” አለ። | እዚ ምስ በለ፡ “ኣልኣዛር፡ ንዓ ውጻእ” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨደረ። |
58,841 | tg_am | እዚ ምስ በለ፡ “ኣልኣዛር፡ ንዓ ውጻእ” ኢሉ ዓው ብዝበለ ድምጺ ጨደረ። | ይህን ከተናገረ በኋላ በታላቅ ድምፅ “አልዓዛር፣ ና ውጣ!” አለ። |
58,842 | am_tg | የሞተው ሰው እጆቹና እግሮቹ በመግነዝ እንደተገነዙ ወጣ፤ ፊቱም በጨርቅ ተጠምጥሞ ነበር። ኢየሱስም “ፍቱትና ይሂድ” አላቸው። | እቲ ሞይቱ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣእጋሩን ኣእዳዉን ብመግነዝ ተገኒዙ፡ ገጹ እውን ብጨርቂ ተጠቕሊሉ ኸሎ ወጸ። የሱስ ድማ፡ “ፍትሕዎ እሞ ይኺድ ሕደግዎ” በሎም። |
58,843 | tg_am | እቲ ሞይቱ ዝነበረ ኸኣ፡ ኣእጋሩን ኣእዳዉን ብመግነዝ ተገኒዙ፡ ገጹ እውን ብጨርቂ ተጠቕሊሉ ኸሎ ወጸ። የሱስ ድማ፡ “ፍትሕዎ እሞ ይኺድ ሕደግዎ” በሎም። | የሞተው ሰው እጆቹና እግሮቹ በመግነዝ እንደተገነዙ ወጣ፤ ፊቱም በጨርቅ ተጠምጥሞ ነበር። ኢየሱስም “ፍቱትና ይሂድ” አላቸው። |
58,844 | am_tg | በመሆኑም ወደ ማርያም መጥተው ከነበሩትና ያደረገውን ነገር ካዩት አይሁዳውያን መካከል ብዙዎቹ በእሱ አመኑ፤ | ሽዑ፡ ናብ ማርያም ዝመጹን ነቲ ንሱ ዝገበሮ ዝረኣዩን ብዙሓት ካብ ኣይሁድ፡ ብእኡ ኣመኑ፣ |
58,845 | tg_am | ሽዑ፡ ናብ ማርያም ዝመጹን ነቲ ንሱ ዝገበሮ ዝረኣዩን ብዙሓት ካብ ኣይሁድ፡ ብእኡ ኣመኑ፣ | በመሆኑም ወደ ማርያም መጥተው ከነበሩትና ያደረገውን ነገር ካዩት አይሁዳውያን መካከል ብዙዎቹ በእሱ አመኑ፤ |
58,846 | am_tg | አንዳንዶቹ ግን ወደ ፈሪሳውያን ሄደው ኢየሱስ ያደረገውን ነገር ነገሯቸው። | ገሊኣቶም ግና ናብ ፈሪሳውያን ከይዶም፡ እቲ የሱስ ዝገበሮ ነገርዎም። |
58,847 | tg_am | ገሊኣቶም ግና ናብ ፈሪሳውያን ከይዶም፡ እቲ የሱስ ዝገበሮ ነገርዎም። | አንዳንዶቹ ግን ወደ ፈሪሳውያን ሄደው ኢየሱስ ያደረገውን ነገር ነገሯቸው። |
58,848 | am_tg | ስለዚህ የካህናት አለቆችና ፈሪሳውያን የሳንሄድሪንን ሸንጎ ሰብስበው እንዲህ አሉ፦ “ይህ ሰው ብዙ ተአምራዊ ምልክቶች እያደረገ ስለሆነ ምን ብናደርግ ይሻላል? | ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ከኣ ዋዕላ ኣኪቦም፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ ብዙሕ ትእምርትታት ይገብር ኣሎ እሞ፡ እንታይ ንግበር፧ |
58,849 | tg_am | ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ከኣ ዋዕላ ኣኪቦም፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ ብዙሕ ትእምርትታት ይገብር ኣሎ እሞ፡ እንታይ ንግበር፧ | ስለዚህ የካህናት አለቆችና ፈሪሳውያን የሳንሄድሪንን ሸንጎ ሰብስበው እንዲህ አሉ፦ “ይህ ሰው ብዙ ተአምራዊ ምልክቶች እያደረገ ስለሆነ ምን ብናደርግ ይሻላል? |
58,850 | am_tg | እንዲሁ ብንተወው ሁሉም በእሱ ያምናሉ፤ ሮማውያንም መጥተው ቦታችንንና ሕዝባችንን ይወስዱብናል።” | ከምዚ እንተ ሓዲግናዮ፡ ኵላቶም ብእኡ ኺኣምኑ እዮም፣ ሮማውያን መጺኦም ድማ ቦታናን ህዝብናን ኪወስዱ እዮም” በሉ። |
58,851 | tg_am | ከምዚ እንተ ሓዲግናዮ፡ ኵላቶም ብእኡ ኺኣምኑ እዮም፣ ሮማውያን መጺኦም ድማ ቦታናን ህዝብናን ኪወስዱ እዮም” በሉ። | እንዲሁ ብንተወው ሁሉም በእሱ ያምናሉ፤ ሮማውያንም መጥተው ቦታችንንና ሕዝባችንን ይወስዱብናል።” |
58,852 | am_tg | ሆኖም ከመካከላቸው አንዱ፣ በዚያ ዓመት ሊቀ ካህናት የነበረው ቀያፋ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ምንም አታውቁም፤ | ሓደ ኻባታቶም፡ ቀያፋ ዚብሃል በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ግና፡ “ንስኻትኩም ገለ እኳ ኣይትፈልጡን ኢኹም፣ |
58,853 | tg_am | ሓደ ኻባታቶም፡ ቀያፋ ዚብሃል በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ግና፡ “ንስኻትኩም ገለ እኳ ኣይትፈልጡን ኢኹም፣ | ሆኖም ከመካከላቸው አንዱ፣ በዚያ ዓመት ሊቀ ካህናት የነበረው ቀያፋ እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ምንም አታውቁም፤ |
58,854 | am_tg | ደግሞም ሕዝቡ ሁሉ ከሚጠፋ፣ አንድ ሰው ስለ ሕዝቡ ቢሞት እንደሚሻል ማሰብ ተስኗችኋል።” | ብዘሎ ህዝቢ ኻብ ዚጠፍእሲ፡ ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ህዝቢ እንተ ሞተ ኸም ዚጠቕመኩም ኣይትሓስቡን ኢኹም” በሎም። |
58,855 | tg_am | ብዘሎ ህዝቢ ኻብ ዚጠፍእሲ፡ ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ህዝቢ እንተ ሞተ ኸም ዚጠቕመኩም ኣይትሓስቡን ኢኹም” በሎም። | ደግሞም ሕዝቡ ሁሉ ከሚጠፋ፣ አንድ ሰው ስለ ሕዝቡ ቢሞት እንደሚሻል ማሰብ ተስኗችኋል።” |
58,856 | am_tg | ይሁንና ይህን የተናገረው ከራሱ አመንጭቶ አልነበረም፤ ከዚህ ይልቅ በዚያ ዓመት ሊቀ ካህናት ስለነበረ ኢየሱስ ለሕዝቡ እንደሚሞት ትንቢት መናገሩ ነበር፤ | ግናኸ፡ በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ስለ ዝነበረ፡ የሱስ ምእንቲ ህዝቢ ኺመውት ከም ዘለዎ ደኣ እዩ ተነብዩ እምበር፡ እዝስ ካብ ርእሱ ኣይኰነን ኢልዎ፣ |
58,857 | tg_am | ግናኸ፡ በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ስለ ዝነበረ፡ የሱስ ምእንቲ ህዝቢ ኺመውት ከም ዘለዎ ደኣ እዩ ተነብዩ እምበር፡ እዝስ ካብ ርእሱ ኣይኰነን ኢልዎ፣ | ይሁንና ይህን የተናገረው ከራሱ አመንጭቶ አልነበረም፤ ከዚህ ይልቅ በዚያ ዓመት ሊቀ ካህናት ስለነበረ ኢየሱስ ለሕዝቡ እንደሚሞት ትንቢት መናገሩ ነበር፤ |
58,858 | am_tg | የሚሞተውም ለሕዝቡ ብቻ ሳይሆን ተበታትነው ያሉትን የአምላክ ልጆችም አንድ ላይ መሰብሰብ ይችል ዘንድ ነው። | ነቶም ፋሕ ዝበሉ ደቂ ኣምላኽ እውን ናብ ሓደ ምእንቲ ኺእክቦም እዩ እምበር፡ ምእንቲ እቲ ህዝቢ እቲ ጥራይ ኣይኰነን። |
58,859 | tg_am | ነቶም ፋሕ ዝበሉ ደቂ ኣምላኽ እውን ናብ ሓደ ምእንቲ ኺእክቦም እዩ እምበር፡ ምእንቲ እቲ ህዝቢ እቲ ጥራይ ኣይኰነን። | የሚሞተውም ለሕዝቡ ብቻ ሳይሆን ተበታትነው ያሉትን የአምላክ ልጆችም አንድ ላይ መሰብሰብ ይችል ዘንድ ነው። |
58,860 | am_tg | ስለዚህ ከዚያን ቀን አንስቶ ሊገድሉት አሴሩ። | ስለዚ፡ ካብታ መዓልቲ እቲኣ ኣትሒዞም፡ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ። |
58,861 | tg_am | ስለዚ፡ ካብታ መዓልቲ እቲኣ ኣትሒዞም፡ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ። | ስለዚህ ከዚያን ቀን አንስቶ ሊገድሉት አሴሩ። |
58,862 | am_tg | በመሆኑም ኢየሱስ ከዚያን ጊዜ አንስቶ በአይሁዳውያን መካከል በይፋ መንቀሳቀስ አቆመ፤ ከዚህ ይልቅ በምድረ በዳ አቅራቢያ ወዳለ ስፍራ ሄደ፤ በዚያም ኤፍሬም ተብላ በምትጠራ ከተማ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ተቀመጠ። | በዚ ምኽንያት እዚ፡ የሱስ ካብኡ ናብቲ ኣብ ጥቓ እቲ በረኻ ዘሎ ሃገር፡ ኤፍሬም ናብ እትብሃል ከተማ ኸደ እምበር፡ ኣብ መንጎ ኣይሁድ ብግህዶ ኣይተመላለሰን፣ ኣብኡ ኸኣ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ጸንሐ። |
58,863 | tg_am | በዚ ምኽንያት እዚ፡ የሱስ ካብኡ ናብቲ ኣብ ጥቓ እቲ በረኻ ዘሎ ሃገር፡ ኤፍሬም ናብ እትብሃል ከተማ ኸደ እምበር፡ ኣብ መንጎ ኣይሁድ ብግህዶ ኣይተመላለሰን፣ ኣብኡ ኸኣ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ጸንሐ። | በመሆኑም ኢየሱስ ከዚያን ጊዜ አንስቶ በአይሁዳውያን መካከል በይፋ መንቀሳቀስ አቆመ፤ ከዚህ ይልቅ በምድረ በዳ አቅራቢያ ወዳለ ስፍራ ሄደ፤ በዚያም ኤፍሬም ተብላ በምትጠራ ከተማ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ተቀመጠ። |
58,864 | am_tg | በዚህ ወቅት የአይሁዳውያን ፋሲካ ቀርቦ ነበር፤ ብዙ ሰዎችም ከፋሲካ በፊት የመንጻት ሥርዓት ለመፈጸም ከገጠር ወደ ኢየሩሳሌም ወጡ። | ፋስጋ ኣይሁድ ድማ ቀሪቡ ነበረ፣ ብዙሓት ከኣ ቅድሚ በዓል ፋስጋ ርእሶም ኬንጽሁ፡ ካብ ገጠር ናብ የሩሳሌም ደየቡ። |
58,865 | tg_am | ፋስጋ ኣይሁድ ድማ ቀሪቡ ነበረ፣ ብዙሓት ከኣ ቅድሚ በዓል ፋስጋ ርእሶም ኬንጽሁ፡ ካብ ገጠር ናብ የሩሳሌም ደየቡ። | በዚህ ወቅት የአይሁዳውያን ፋሲካ ቀርቦ ነበር፤ ብዙ ሰዎችም ከፋሲካ በፊት የመንጻት ሥርዓት ለመፈጸም ከገጠር ወደ ኢየሩሳሌም ወጡ። |
58,866 | am_tg | ኢየሱስንም ይፈልጉት ጀመር፤ በቤተ መቅደሱም ቆመው እርስ በርሳቸው “ምን ይመስላችኋል? ጭራሽ ወደ በዓሉ አይመጣ ይሆን?” ይባባሉ ነበር። | ሽዑ፡ ንየሱስ ይደልይዎ ነበሩ፣ ኣብ ቤተ መቕደስ ደው ኢሎም ከኣ፡ “እንታይ ይመስለኩም፧ ናብዚ በዓል እዚ ደዀን ኣይመጽእን፧” ተባሃሃሉ። |
58,867 | tg_am | ሽዑ፡ ንየሱስ ይደልይዎ ነበሩ፣ ኣብ ቤተ መቕደስ ደው ኢሎም ከኣ፡ “እንታይ ይመስለኩም፧ ናብዚ በዓል እዚ ደዀን ኣይመጽእን፧” ተባሃሃሉ። | ኢየሱስንም ይፈልጉት ጀመር፤ በቤተ መቅደሱም ቆመው እርስ በርሳቸው “ምን ይመስላችኋል? ጭራሽ ወደ በዓሉ አይመጣ ይሆን?” ይባባሉ ነበር። |
58,868 | am_tg | የካህናት አለቆችና ፈሪሳውያን ግን ኢየሱስን መያዝ እንዲችሉ እሱ ያለበትን ቦታ የሚያውቅ ሁሉ እንዲጠቁማቸው አዘው ነበር። | ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ግና፡ ንየሱስ ምእንቲ ኺሕዝዎ፡ ኣበይ ከም ዘሎ ዝፈለጠ እንተሎ፡ ኪሕብር ኣዚዞም ነበሩ። |
58,869 | tg_am | ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ግና፡ ንየሱስ ምእንቲ ኺሕዝዎ፡ ኣበይ ከም ዘሎ ዝፈለጠ እንተሎ፡ ኪሕብር ኣዚዞም ነበሩ። | የካህናት አለቆችና ፈሪሳውያን ግን ኢየሱስን መያዝ እንዲችሉ እሱ ያለበትን ቦታ የሚያውቅ ሁሉ እንዲጠቁማቸው አዘው ነበር። |
58,870 | am_tg | በመጀመሪያ ቃል ነበረ፤ ቃልም ከአምላክ ጋር ነበር፤ ቃልም አምላክ ነበር። | ቃል ብመጀመርታ ነበረ፣ እቲ ቓል ድማ ምስ ኣምላኽ ነበረ፣ እቲ ቓል እውን ኣምላኽ ነበረ። |
58,871 | tg_am | ቃል ብመጀመርታ ነበረ፣ እቲ ቓል ድማ ምስ ኣምላኽ ነበረ፣ እቲ ቓል እውን ኣምላኽ ነበረ። | በመጀመሪያ ቃል ነበረ፤ ቃልም ከአምላክ ጋር ነበር፤ ቃልም አምላክ ነበር። |
58,872 | am_tg | እሱም በመጀመሪያ ከአምላክ ጋር ነበር። | እዚ ብመጀመርታ ምስ ኣምላኽ ነበረ። |
58,873 | tg_am | እዚ ብመጀመርታ ምስ ኣምላኽ ነበረ። | እሱም በመጀመሪያ ከአምላክ ጋር ነበር። |
58,874 | am_tg | ሁሉም ነገሮች ወደ ሕልውና የመጡት በእሱ በኩል ነው፤ ያለእሱ ወደ ሕልውና የመጣ አንድም ነገር የለም። | ኵሉ ብእኡ ዀነ፣ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ፡ ሓደ እኳ የልቦን። |
58,875 | tg_am | ኵሉ ብእኡ ዀነ፣ ብዘይ ብእኡ ዝዀነ፡ ሓደ እኳ የልቦን። | ሁሉም ነገሮች ወደ ሕልውና የመጡት በእሱ በኩል ነው፤ ያለእሱ ወደ ሕልውና የመጣ አንድም ነገር የለም። |
58,876 | am_tg | በእሱ አማካኝነት ሕይወት ወደ ሕልውና መጥቷል፤ ይህ ሕይወት ደግሞ የሰው ብርሃን ነበር። | ህይወት ብእኡ ዀነት፣ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት። |
58,877 | tg_am | ህይወት ብእኡ ዀነት፣ እታ ህይወት ከኣ ብርሃን ሰብ ነበረት። | በእሱ አማካኝነት ሕይወት ወደ ሕልውና መጥቷል፤ ይህ ሕይወት ደግሞ የሰው ብርሃን ነበር። |
58,878 | am_tg | ብርሃኑም በጨለማ እየበራ ነው፤ ጨለማውም አላሸነፈውም። | ብርሃን እውን ኣብ ጸልማት የብርህ ኣሎ፣ ጸልማት ግና ኣይሰዓሮን። |
58,879 | tg_am | ብርሃን እውን ኣብ ጸልማት የብርህ ኣሎ፣ ጸልማት ግና ኣይሰዓሮን። | ብርሃኑም በጨለማ እየበራ ነው፤ ጨለማውም አላሸነፈውም። |
58,880 | am_tg | ከአምላክ የተላከ አንድ ሰው ነበር፤ እሱም ዮሐንስ ይባላል። | ሓደ ሰብ፡ ወኪል ኣምላኽ ኰይኑ ተላኢኹ መጸ፣ ስሙ ዮሃንስ ይብሃል። |
58,881 | tg_am | ሓደ ሰብ፡ ወኪል ኣምላኽ ኰይኑ ተላኢኹ መጸ፣ ስሙ ዮሃንስ ይብሃል። | ከአምላክ የተላከ አንድ ሰው ነበር፤ እሱም ዮሐንስ ይባላል። |
58,882 | am_tg | ይህ ሰው ስለ ብርሃኑ ይመሠክር ዘንድ ምሥክር ሆኖ መጣ፤ ይህን ያደረገው ሁሉም ዓይነት ሰዎች በእሱ በኩል እንዲያምኑ ነው። | ኵሎም ዓይነት ሰባት ብእኡ ምእንቲ ኺኣምኑ፡ ንሱ ብዛዕባ ብርሃን ምእንቲ ኺምስክር፡ ምስክር ኰይኑ መጸ። |
58,883 | tg_am | ኵሎም ዓይነት ሰባት ብእኡ ምእንቲ ኺኣምኑ፡ ንሱ ብዛዕባ ብርሃን ምእንቲ ኺምስክር፡ ምስክር ኰይኑ መጸ። | ይህ ሰው ስለ ብርሃኑ ይመሠክር ዘንድ ምሥክር ሆኖ መጣ፤ ይህን ያደረገው ሁሉም ዓይነት ሰዎች በእሱ በኩል እንዲያምኑ ነው። |
58,884 | am_tg | ያ ብርሃን እሱ አልነበረም፤ ከዚህ ይልቅ እሱ የመጣው ስለ ብርሃኑ ሊመሠክር ነው። | ብዛዕባ ብርሃን ደኣ ኺምስክር መጸ እምበር፡ ንሱስ ብርሃን ኣይነበረን። |
58,885 | tg_am | ብዛዕባ ብርሃን ደኣ ኺምስክር መጸ እምበር፡ ንሱስ ብርሃን ኣይነበረን። | ያ ብርሃን እሱ አልነበረም፤ ከዚህ ይልቅ እሱ የመጣው ስለ ብርሃኑ ሊመሠክር ነው። |
58,886 | am_tg | ለሁሉም ዓይነት ሰው ብርሃን የሚሰጠው እውነተኛው ብርሃን ወደ ዓለም የሚመጣበት ጊዜ ደርሶ ነበር። | እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ዜብርህ ናይ ሓቂ ብርሃን ናብ ዓለም ኪመጽእ ቀሪቡ ነበረ። |
58,887 | tg_am | እቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ዜብርህ ናይ ሓቂ ብርሃን ናብ ዓለም ኪመጽእ ቀሪቡ ነበረ። | ለሁሉም ዓይነት ሰው ብርሃን የሚሰጠው እውነተኛው ብርሃን ወደ ዓለም የሚመጣበት ጊዜ ደርሶ ነበር። |
58,888 | am_tg | እሱም በዓለም ነበረ፤ ዓለምም ወደ ሕልውና የመጣው በእሱ በኩል ነው፤ ሆኖም ዓለም አላወቀውም። | ኣብ ዓለም ነበረ፣ ዓለም እውን ብእኡ ዀነት፣ ዓለም ግና ኣይፈለጠቶን። |
58,889 | tg_am | ኣብ ዓለም ነበረ፣ ዓለም እውን ብእኡ ዀነት፣ ዓለም ግና ኣይፈለጠቶን። | እሱም በዓለም ነበረ፤ ዓለምም ወደ ሕልውና የመጣው በእሱ በኩል ነው፤ ሆኖም ዓለም አላወቀውም። |
58,890 | am_tg | ወደ ገዛ አገሩ መጣ፤ ነገር ግን የገዛ ወገኖቹ አልተቀበሉትም። | ናብቶም ናቱ መጸ፣ እቶም ናቱ ግና ኣይተቐበልዎን። |
58,891 | tg_am | ናብቶም ናቱ መጸ፣ እቶም ናቱ ግና ኣይተቐበልዎን። | ወደ ገዛ አገሩ መጣ፤ ነገር ግን የገዛ ወገኖቹ አልተቀበሉትም። |
58,892 | am_tg | ለተቀበሉት ሁሉ ግን በስሙ ስላመኑ የአምላክ ልጆች የመሆን መብት ሰጣቸው። | ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ግና፡ ብስሙ ስለ ዚኣምኑ፡ ውሉዳት ኣምላኽ ኪዀኑ ስልጣን ሃቦም። |
58,893 | tg_am | ነቶም እተቐበልዎ ዘበሉ ዅሎም ግና፡ ብስሙ ስለ ዚኣምኑ፡ ውሉዳት ኣምላኽ ኪዀኑ ስልጣን ሃቦም። | ለተቀበሉት ሁሉ ግን በስሙ ስላመኑ የአምላክ ልጆች የመሆን መብት ሰጣቸው። |
58,894 | am_tg | እነሱም የተወለዱት ከአምላክ እንጂ ከደም ወይም ከሥጋ ፈቃድ ወይም ከወንድ ፈቃድ አይደለም። | ንሳቶም ከኣ ካብ ኣምላኽ እምበር፡ ካብ ደም፡ ወይ ካብ ፍቓድ ስጋ፡ ወይ ካብ ፍቓድ ሰብኣይ እተወልዱ ኣይኰኑን። |
58,895 | tg_am | ንሳቶም ከኣ ካብ ኣምላኽ እምበር፡ ካብ ደም፡ ወይ ካብ ፍቓድ ስጋ፡ ወይ ካብ ፍቓድ ሰብኣይ እተወልዱ ኣይኰኑን። | እነሱም የተወለዱት ከአምላክ እንጂ ከደም ወይም ከሥጋ ፈቃድ ወይም ከወንድ ፈቃድ አይደለም። |
58,896 | am_tg | ቃልም ሥጋ ሆነ፤ በመካከላችንም ኖረ፤ አንድያ ልጅ ከአባቱ እንደሚያገኘው ክብር ያለ ክብሩን አየን፤ እሱም መለኮታዊ ሞገስንና እውነትን ተሞልቶ ነበር። | እቲ ቓል ስጋ ዀነ፡ ኣብ መንጎና እውን ነበረ፣ ክብሩ ድማ ከምቲ ንኣቦኡ ሓደ ዝዀነ ወዲ ዚረኽቦ ኽብሪ ረኣና፣ ጸጋን ሓቅን መሊእዎ ነበረ። |
58,897 | tg_am | እቲ ቓል ስጋ ዀነ፡ ኣብ መንጎና እውን ነበረ፣ ክብሩ ድማ ከምቲ ንኣቦኡ ሓደ ዝዀነ ወዲ ዚረኽቦ ኽብሪ ረኣና፣ ጸጋን ሓቅን መሊእዎ ነበረ። | ቃልም ሥጋ ሆነ፤ በመካከላችንም ኖረ፤ አንድያ ልጅ ከአባቱ እንደሚያገኘው ክብር ያለ ክብሩን አየን፤ እሱም መለኮታዊ ሞገስንና እውነትን ተሞልቶ ነበር። |
58,898 | am_tg | (ዮሐንስ ስለ እሱ መሥክሯል፤ እንዲያውም ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ ሲል ተናግሯል፦ “‘ከእኔ ኋላ የሚመጣው ከእኔ በፊት ስለነበረ ከእኔ ይበልጣል’ ብዬ የተናገርኩት ስለ እሱ ነው።”) | (ዮሃንስ ብዛዕባኡ መስከረ፣ እወ፡ “እቲ ብዛዕባኡ፡ ‘እቲ ድሕረይ ዚመጽእ፡ ቅድመይ ስለ ዝነበረ፡ ቀደመኒ’ ዝበልኩሉ ንሱ እዩ” በለ።) |
58,899 | tg_am | (ዮሃንስ ብዛዕባኡ መስከረ፣ እወ፡ “እቲ ብዛዕባኡ፡ ‘እቲ ድሕረይ ዚመጽእ፡ ቅድመይ ስለ ዝነበረ፡ ቀደመኒ’ ዝበልኩሉ ንሱ እዩ” በለ።) | (ዮሐንስ ስለ እሱ መሥክሯል፤ እንዲያውም ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ ሲል ተናግሯል፦ “‘ከእኔ ኋላ የሚመጣው ከእኔ በፊት ስለነበረ ከእኔ ይበልጣል’ ብዬ የተናገርኩት ስለ እሱ ነው።”) |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.