Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
58,500 | am_tg | “ታዲያ ‘ጌታ ሆይ! ጌታ ሆይ!’ የምትሉኝ፣ የምለውን ግን የማታደርጉት ለምንድን ነው? | “ነቲ ኣነ ዝብሎ ዘይትገብሩስ፡ ስለምንታይ፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ’ እትብሉኒ፧ |
58,501 | tg_am | “ነቲ ኣነ ዝብሎ ዘይትገብሩስ፡ ስለምንታይ፡ ‘ጐይታይ፡ ጐይታይ’ እትብሉኒ፧ | “ታዲያ ‘ጌታ ሆይ! ጌታ ሆይ!’ የምትሉኝ፣ የምለውን ግን የማታደርጉት ለምንድን ነው? |
58,502 | am_tg | ወደ እኔ የሚመጣ፣ ቃሌን የሚሰማና የሚያደርግ ሁሉ ከማን ጋር እንደሚመሳሰል ልንገራችሁ፦ | እቲ ናባይ ዚመጽእን ንቓለይ ሰሚዑ ዚገብሮን ኵሉ፡ ንመን ከም ዚመስል ከርእየኩም፦ |
58,503 | tg_am | እቲ ናባይ ዚመጽእን ንቓለይ ሰሚዑ ዚገብሮን ኵሉ፡ ንመን ከም ዚመስል ከርእየኩም፦ | ወደ እኔ የሚመጣ፣ ቃሌን የሚሰማና የሚያደርግ ሁሉ ከማን ጋር እንደሚመሳሰል ልንገራችሁ፦ |
58,504 | am_tg | ቤት ለመሥራት በጥልቀት ቆፍሮ በዓለት ላይ መሠረቱን ከጣለ ሰው ጋር ይመሳሰላል። በኋላም ጎርፍ በመጣ ጊዜ ወንዙ ቤቱን በኃይል መታው፤ ሆኖም ቤቱ በደንብ ስለተገነባ ሊያነቃንቀው አልቻለም። | ቤት ኪሃንጽ ከሎ፡ ኣዕሚቑ ዝዀዓተን መሰረት ኣብ ከውሒ ዝሰረተን ሰብኣይ ይመስል። ብርቱዕ ውሒዝ ምስ መጸ፡ እቲ ውሒዝ ነታ ቤት ደፍኣ፣ ጽቡቕ ስለ እተሃንጸት ግና፡ ኪንቕንቓ ኣይከኣለን። |
58,505 | tg_am | ቤት ኪሃንጽ ከሎ፡ ኣዕሚቑ ዝዀዓተን መሰረት ኣብ ከውሒ ዝሰረተን ሰብኣይ ይመስል። ብርቱዕ ውሒዝ ምስ መጸ፡ እቲ ውሒዝ ነታ ቤት ደፍኣ፣ ጽቡቕ ስለ እተሃንጸት ግና፡ ኪንቕንቓ ኣይከኣለን። | ቤት ለመሥራት በጥልቀት ቆፍሮ በዓለት ላይ መሠረቱን ከጣለ ሰው ጋር ይመሳሰላል። በኋላም ጎርፍ በመጣ ጊዜ ወንዙ ቤቱን በኃይል መታው፤ ሆኖም ቤቱ በደንብ ስለተገነባ ሊያነቃንቀው አልቻለም። |
58,506 | am_tg | በሌላ በኩል ደግሞ ቃሌን ሰምቶ የማይፈጽም ሰው ሁሉ መሠረት ሳይጥል፣ በአፈር ላይ ቤት ከሠራ ሰው ጋር ይመሳሰላል። ወንዙም ቤቱን በኃይል መታው፤ ወዲያውም ተደረመሰ፤ እንዳልነበረም ሆነ።” | እቲ ሰሚዑ ዘይገብሮ ግና፡ ቤት ብዘይ መሰረት ኣብ ምድሪ ዝሃነጸ ሰብኣይ ይመስል። ውሒዝ ደፍኣ፡ ብኡብኡ ድማ ወደቐት፣ ኣወዳድቓ እታ ቤት እቲኣ ኸኣ ዓብዪ ዀነ።” |
58,507 | tg_am | እቲ ሰሚዑ ዘይገብሮ ግና፡ ቤት ብዘይ መሰረት ኣብ ምድሪ ዝሃነጸ ሰብኣይ ይመስል። ውሒዝ ደፍኣ፡ ብኡብኡ ድማ ወደቐት፣ ኣወዳድቓ እታ ቤት እቲኣ ኸኣ ዓብዪ ዀነ።” | በሌላ በኩል ደግሞ ቃሌን ሰምቶ የማይፈጽም ሰው ሁሉ መሠረት ሳይጥል፣ በአፈር ላይ ቤት ከሠራ ሰው ጋር ይመሳሰላል። ወንዙም ቤቱን በኃይል መታው፤ ወዲያውም ተደረመሰ፤ እንዳልነበረም ሆነ።” |
58,508 | am_tg | ከዚያ በኋላ ብዙም ሳይቆይ የአምላክን መንግሥት ምሥራች እየሰበከና እያወጀ ከከተማ ወደ ከተማ እንዲሁም ከመንደር ወደ መንደር ተጓዘ። አሥራ ሁለቱም ከእሱ ጋር ነበሩ፤ | ደድሕርዚ፡ መንግስቲ ኣምላኽ እናሰበኸን እናኣበሰረን ኣብ ከከተማን ኣብ ቈቍሸትን ይዘውር ነበረ። እቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ ምስኡ ነበሩ፣ |
58,509 | tg_am | ደድሕርዚ፡ መንግስቲ ኣምላኽ እናሰበኸን እናኣበሰረን ኣብ ከከተማን ኣብ ቈቍሸትን ይዘውር ነበረ። እቶም ዓሰርተው ክልተ ኸኣ ምስኡ ነበሩ፣ | ከዚያ በኋላ ብዙም ሳይቆይ የአምላክን መንግሥት ምሥራች እየሰበከና እያወጀ ከከተማ ወደ ከተማ እንዲሁም ከመንደር ወደ መንደር ተጓዘ። አሥራ ሁለቱም ከእሱ ጋር ነበሩ፤ |
58,510 | am_tg | በተጨማሪም ከክፉ መናፍስትና ከበሽታ የተፈወሱ አንዳንድ ሴቶች አብረውት ነበሩ፦ ሰባት አጋንንት የወጡላት መግደላዊት የተባለችው ማርያም፣ | ካብ እኩያት መናፍስትን ካብ ሕማምን ዝሓወያ ገለ ኣንስቲ፡ እታ ሸውዓተ ኣጋንንቲ ዝወጹላ መግደላዊት እትብሃል ማርያም፡ |
58,511 | tg_am | ካብ እኩያት መናፍስትን ካብ ሕማምን ዝሓወያ ገለ ኣንስቲ፡ እታ ሸውዓተ ኣጋንንቲ ዝወጹላ መግደላዊት እትብሃል ማርያም፡ | በተጨማሪም ከክፉ መናፍስትና ከበሽታ የተፈወሱ አንዳንድ ሴቶች አብረውት ነበሩ፦ ሰባት አጋንንት የወጡላት መግደላዊት የተባለችው ማርያም፣ |
58,512 | am_tg | የሄሮድስ ቤት አዛዥ የኩዛ ሚስት ዮሐና፣ ሶስና እንዲሁም ሌሎች ብዙ ሴቶች የነበሩ ሲሆን በንብረታቸው ያገለግሏቸው ነበር። | ዮሃና ሰበይቲ እቲ ኩዛ ዚብሃል ኣዛዝ ቤት ሄሮድስ፡ ሱሳና፡ ብዙሓት ካልኦት ኣንስቲ እውን ነበራ፣ ንሳተን ብገንዘበን የገልግላኦም ነበራ። |
58,513 | tg_am | ዮሃና ሰበይቲ እቲ ኩዛ ዚብሃል ኣዛዝ ቤት ሄሮድስ፡ ሱሳና፡ ብዙሓት ካልኦት ኣንስቲ እውን ነበራ፣ ንሳተን ብገንዘበን የገልግላኦም ነበራ። | የሄሮድስ ቤት አዛዥ የኩዛ ሚስት ዮሐና፣ ሶስና እንዲሁም ሌሎች ብዙ ሴቶች የነበሩ ሲሆን በንብረታቸው ያገለግሏቸው ነበር። |
58,514 | am_tg | ኢየሱስም የየከተማው ሕዝብ ተከትሎት በመጣ ጊዜና እጅግ ብዙ ሰዎች በተሰበሰቡበት ወቅት እንዲህ ሲል በምሳሌ ተናገረ፦ | ብዙሓት ህዝቢ ምስቶም ካብ ከከተማ ናብኡ ዝኸዱ ምስ ተኣከቡ፡ ብምሳሌ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ |
58,515 | tg_am | ብዙሓት ህዝቢ ምስቶም ካብ ከከተማ ናብኡ ዝኸዱ ምስ ተኣከቡ፡ ብምሳሌ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦ | ኢየሱስም የየከተማው ሕዝብ ተከትሎት በመጣ ጊዜና እጅግ ብዙ ሰዎች በተሰበሰቡበት ወቅት እንዲህ ሲል በምሳሌ ተናገረ፦ |
58,516 | am_tg | “አንድ ዘሪ ዘሩን ሊዘራ ወጣ። በሚዘራበት ጊዜ አንዳንዶቹ ዘሮች መንገድ ዳር ወድቀው ተረጋገጡ፤ የሰማይ ወፎችም መጥተው ለቀሟቸው። | “ሓደ ዘራኢ ዘርኡ ኺዘርእ ወፈረ። ኪዘርእ ከሎ ኸኣ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐ፡ ተረግጸ እውን፣ ኣዕዋፍ ሰማይ ድማ በልዓኦ። |
58,517 | tg_am | “ሓደ ዘራኢ ዘርኡ ኺዘርእ ወፈረ። ኪዘርእ ከሎ ኸኣ፡ ገሊኡ ኣብ ጥቓ መገዲ ወደቐ፡ ተረግጸ እውን፣ ኣዕዋፍ ሰማይ ድማ በልዓኦ። | “አንድ ዘሪ ዘሩን ሊዘራ ወጣ። በሚዘራበት ጊዜ አንዳንዶቹ ዘሮች መንገድ ዳር ወድቀው ተረጋገጡ፤ የሰማይ ወፎችም መጥተው ለቀሟቸው። |
58,518 | am_tg | አንዳንዶቹ ዓለት ላይ ወደቁ፤ ከበቀሉም በኋላ እርጥበት ስላላገኙ ደረቁ። | ገሊኡ ኸኣ ኣብ ከውሒ ወደቐ፣ ምስ በቘለ ድማ፡ ጠሊ ስለ ዘይነበሮ፡ ነቐጸ። |
58,519 | tg_am | ገሊኡ ኸኣ ኣብ ከውሒ ወደቐ፣ ምስ በቘለ ድማ፡ ጠሊ ስለ ዘይነበሮ፡ ነቐጸ። | አንዳንዶቹ ዓለት ላይ ወደቁ፤ ከበቀሉም በኋላ እርጥበት ስላላገኙ ደረቁ። |
58,520 | am_tg | ሌሎቹ ደግሞ በእሾህ መካከል ወደቁ፤ አብሯቸው ያደገውም እሾህ አነቃቸው። | ገሊኡ እውን ኣብ ማእከል ኣእሻዅ ወደቐ፣ እቲ ምስኡ ዝዓበየ ኣእሻዅ ድማ ሓነቖ። |
58,521 | tg_am | ገሊኡ እውን ኣብ ማእከል ኣእሻዅ ወደቐ፣ እቲ ምስኡ ዝዓበየ ኣእሻዅ ድማ ሓነቖ። | ሌሎቹ ደግሞ በእሾህ መካከል ወደቁ፤ አብሯቸው ያደገውም እሾህ አነቃቸው። |
58,522 | am_tg | ሌሎቹ ግን ጥሩ አፈር ላይ ወደቁ፤ ከበቀሉም በኋላ 100 እጥፍ አፈሩ።” ይህን ከተናገረ በኋላ ድምፁን ከፍ አድርጎ “የሚሰማ ጆሮ ያለው ይስማ” አለ። | ገሊኡ ኸኣ ኣብ ጽቡቕ መሬት ወደቐ እሞ፡ ምስ በቘለ፡ 100 ዕጽፊ ፈረየ።” እዚ ምስ በለ፡ “ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ” ኢሉ ጨደረ። |
58,523 | tg_am | ገሊኡ ኸኣ ኣብ ጽቡቕ መሬት ወደቐ እሞ፡ ምስ በቘለ፡ 100 ዕጽፊ ፈረየ።” እዚ ምስ በለ፡ “ንምስማዕ እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ” ኢሉ ጨደረ። | ሌሎቹ ግን ጥሩ አፈር ላይ ወደቁ፤ ከበቀሉም በኋላ 100 እጥፍ አፈሩ።” ይህን ከተናገረ በኋላ ድምፁን ከፍ አድርጎ “የሚሰማ ጆሮ ያለው ይስማ” አለ። |
58,524 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱ ግን የዚህን ምሳሌ ትርጉም ጠየቁት። | ደቀ መዛሙርቱ ግና፡ እዛ ምሳሌ እዚኣ እንታይ ማለት ምዃና ሓተትዎ። |
58,525 | tg_am | ደቀ መዛሙርቱ ግና፡ እዛ ምሳሌ እዚኣ እንታይ ማለት ምዃና ሓተትዎ። | ደቀ መዛሙርቱ ግን የዚህን ምሳሌ ትርጉም ጠየቁት። |
58,526 | am_tg | እሱም እንዲህ አለ፦ “ለእናንተ የአምላክን መንግሥት ቅዱስ ሚስጥሮች የመረዳት ችሎታ ተሰጥቷችኋል፤ ለቀሩት ግን በምሳሌ እነግራቸዋለሁ፤ ይኸውም እያዩ እንዳያስተውሉ እንዲሁም እየሰሙ ትርጉሙን እንዳይረዱ ነው። | ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንዓኻትኩም፡ እቲ ቕዱስ ምስጢራት መንግስቲ ኣምላኽ ክትርድኡ ተዋሂቡኩም ኣሎ፣ ንኻልኦት ግና፡ እናረኣዩ ምእንቲ ኸይርእዩ፡ እናሰምዑ እውን ምእንቲ ኸየስተውዕሉስ፡ ምሳሌታት እዩ ዚዀኖም። |
58,527 | tg_am | ንሱ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ንዓኻትኩም፡ እቲ ቕዱስ ምስጢራት መንግስቲ ኣምላኽ ክትርድኡ ተዋሂቡኩም ኣሎ፣ ንኻልኦት ግና፡ እናረኣዩ ምእንቲ ኸይርእዩ፡ እናሰምዑ እውን ምእንቲ ኸየስተውዕሉስ፡ ምሳሌታት እዩ ዚዀኖም። | እሱም እንዲህ አለ፦ “ለእናንተ የአምላክን መንግሥት ቅዱስ ሚስጥሮች የመረዳት ችሎታ ተሰጥቷችኋል፤ ለቀሩት ግን በምሳሌ እነግራቸዋለሁ፤ ይኸውም እያዩ እንዳያስተውሉ እንዲሁም እየሰሙ ትርጉሙን እንዳይረዱ ነው። |
58,528 | am_tg | እንግዲህ የምሳሌው ትርጉም ይህ ነው፦ ዘሩ የአምላክ ቃል ነው። | እታ ምሳሌ ኸምዚ ማለት እያ፦ እቲ ዘርኢ፡ ቃል ኣምላኽ እዩ። |
58,529 | tg_am | እታ ምሳሌ ኸምዚ ማለት እያ፦ እቲ ዘርኢ፡ ቃል ኣምላኽ እዩ። | እንግዲህ የምሳሌው ትርጉም ይህ ነው፦ ዘሩ የአምላክ ቃል ነው። |
58,530 | am_tg | በመንገድ ዳር የወደቁት ቃሉን የሰሙ ናቸው፤ ከዚያ በኋላ ግን አምነው እንዳይድኑ ዲያብሎስ መጥቶ ቃሉን ከልባቸው ይወስዳል። | እቶም ኣብ ጥቓ መገዲ ዘለዉ፡ ዝሰምዑ እሞ፡ ድሕሪኡ ድያብሎስ መጺኡ ምእንቲ ኸይኣምኑን ከይድሕኑን ኢሉ ነቲ ቓል ካብ ልቦም ዚወስዶ እዮም። |
58,531 | tg_am | እቶም ኣብ ጥቓ መገዲ ዘለዉ፡ ዝሰምዑ እሞ፡ ድሕሪኡ ድያብሎስ መጺኡ ምእንቲ ኸይኣምኑን ከይድሕኑን ኢሉ ነቲ ቓል ካብ ልቦም ዚወስዶ እዮም። | በመንገድ ዳር የወደቁት ቃሉን የሰሙ ናቸው፤ ከዚያ በኋላ ግን አምነው እንዳይድኑ ዲያብሎስ መጥቶ ቃሉን ከልባቸው ይወስዳል። |
58,532 | am_tg | በዓለት ላይ የወደቁት ቃሉን ሲሰሙ በደስታ የሚቀበሉ ናቸው፤ ነገር ግን ሥር የላቸውም። ለጊዜው አምነው ቢቀበሉም በፈተና ወቅት ይወድቃሉ። | እቶም ኣብ ከውሒ ዘለዉ፡ ነቲ ቓል ምስ ሰምዕዎ ብሓጐስ ዚቕበልዎ፡ ግናኸ ሱር ዘይብሎም እዮም። ንግዜኡ እዮም ዚኣምኑ፣ ብግዜ ፈተና ግና ይወድቁ። |
58,533 | tg_am | እቶም ኣብ ከውሒ ዘለዉ፡ ነቲ ቓል ምስ ሰምዕዎ ብሓጐስ ዚቕበልዎ፡ ግናኸ ሱር ዘይብሎም እዮም። ንግዜኡ እዮም ዚኣምኑ፣ ብግዜ ፈተና ግና ይወድቁ። | በዓለት ላይ የወደቁት ቃሉን ሲሰሙ በደስታ የሚቀበሉ ናቸው፤ ነገር ግን ሥር የላቸውም። ለጊዜው አምነው ቢቀበሉም በፈተና ወቅት ይወድቃሉ። |
58,534 | am_tg | በእሾህ መካከል የወደቁት ቃሉን የሰሙ ናቸው፤ ሆኖም በዚህ ዓለም የኑሮ ጭንቀት፣ ሀብትና ሥጋዊ ደስታ ትኩረታቸው ተከፋፍሎ ሙሉ በሙሉ ይታነቃሉ፤ ለፍሬም አይበቁም። | እቲ ኣብ ኣእሻዅ ዝወደቐ ኸኣ፡ እዚኣቶም ዝሰምዑ፡ ግናኸ ብናይ እዚ ህይወት እዚ ጭንቀትን ሃብትን ተድላን ስለ ዚውሰዱ፡ ምሉእ ብምሉእ ዚሕነቑ፡ ዋላ ሓንቲ እውን ዘይፈርዩ እዮም። |
58,535 | tg_am | እቲ ኣብ ኣእሻዅ ዝወደቐ ኸኣ፡ እዚኣቶም ዝሰምዑ፡ ግናኸ ብናይ እዚ ህይወት እዚ ጭንቀትን ሃብትን ተድላን ስለ ዚውሰዱ፡ ምሉእ ብምሉእ ዚሕነቑ፡ ዋላ ሓንቲ እውን ዘይፈርዩ እዮም። | በእሾህ መካከል የወደቁት ቃሉን የሰሙ ናቸው፤ ሆኖም በዚህ ዓለም የኑሮ ጭንቀት፣ ሀብትና ሥጋዊ ደስታ ትኩረታቸው ተከፋፍሎ ሙሉ በሙሉ ይታነቃሉ፤ ለፍሬም አይበቁም። |
58,536 | am_tg | በጥሩ አፈር ላይ የወደቁት ደግሞ ቃሉን በመልካምና በጥሩ ልብ ሰምተው በውስጣቸው በማኖር በጽናት ፍሬ የሚያፈሩ ናቸው። | እቶም ኣብ ጽቡቕ መሬት ዘለዉ ድማ፡ እዚኣቶም ነቲ ቓል ብቕኑዕን ብጽቡቕን ልቢ ምስ ሰምዕዎ፡ ዚዓቝርዎ፡ ብተጻዋርነት ከኣ ፍረ ዚፈርዩ እዮም። |
58,537 | tg_am | እቶም ኣብ ጽቡቕ መሬት ዘለዉ ድማ፡ እዚኣቶም ነቲ ቓል ብቕኑዕን ብጽቡቕን ልቢ ምስ ሰምዕዎ፡ ዚዓቝርዎ፡ ብተጻዋርነት ከኣ ፍረ ዚፈርዩ እዮም። | በጥሩ አፈር ላይ የወደቁት ደግሞ ቃሉን በመልካምና በጥሩ ልብ ሰምተው በውስጣቸው በማኖር በጽናት ፍሬ የሚያፈሩ ናቸው። |
58,538 | am_tg | “መብራት አብርቶ ዕቃ የሚከድንበት ወይም አልጋ ሥር የሚያስቀምጥ ሰው የለም፤ ከዚህ ይልቅ ወደ ቤት የሚገቡ ሁሉ ብርሃን እንዲያገኙ በመቅረዝ ላይ ያስቀምጠዋል። | “መብራህቲ ኣብሪሁ፡ እቶም ዚኣትዉ ብርሃን ምእንቲ ኺርእዩ ኢሉ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል የቐምጦ እምበር፡ ብኣቕሓ ዚኸድኖ ወይስ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዜንብሮ የልቦን። |
58,539 | tg_am | “መብራህቲ ኣብሪሁ፡ እቶም ዚኣትዉ ብርሃን ምእንቲ ኺርእዩ ኢሉ ኣብ ቀዋሚ ቐንዴል የቐምጦ እምበር፡ ብኣቕሓ ዚኸድኖ ወይስ ኣብ ትሕቲ ዓራት ዜንብሮ የልቦን። | “መብራት አብርቶ ዕቃ የሚከድንበት ወይም አልጋ ሥር የሚያስቀምጥ ሰው የለም፤ ከዚህ ይልቅ ወደ ቤት የሚገቡ ሁሉ ብርሃን እንዲያገኙ በመቅረዝ ላይ ያስቀምጠዋል። |
58,540 | am_tg | በመሆኑም ተሸሽጎ የማይገለጥ፣ በሚገባ ቢሰወርም የማይታወቅና ይፋ የማይወጣ ነገር የለም። | ከመይሲ፡ ዘይገሃድ ሕቡእ፡ ከቶ ዘይፍለጥን ዘይግለጽን ስዉር የልቦን። |
58,541 | tg_am | ከመይሲ፡ ዘይገሃድ ሕቡእ፡ ከቶ ዘይፍለጥን ዘይግለጽን ስዉር የልቦን። | በመሆኑም ተሸሽጎ የማይገለጥ፣ በሚገባ ቢሰወርም የማይታወቅና ይፋ የማይወጣ ነገር የለም። |
58,542 | am_tg | ስለዚህ እንዴት እንደምታዳምጡ በጥሞና አስቡ፤ ላለው ተጨማሪ ይሰጠዋልና፤ የሌለው ግን እንዳለው አድርጎ የሚያስበው ነገር እንኳ ይወሰድበታል።” | እምበኣር፡ ንዘለዎ ይውሰኾ፡ ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እትመስሎ እኳ የግድፍዎ እዮም እሞ፡ ከመይ ጌርኩም ከም እትሰምዑ ኣቕልቡ።” |
58,543 | tg_am | እምበኣር፡ ንዘለዎ ይውሰኾ፡ ንዘይብሉ ግና፡ እታ ዘላቶ እትመስሎ እኳ የግድፍዎ እዮም እሞ፡ ከመይ ጌርኩም ከም እትሰምዑ ኣቕልቡ።” | ስለዚህ እንዴት እንደምታዳምጡ በጥሞና አስቡ፤ ላለው ተጨማሪ ይሰጠዋልና፤ የሌለው ግን እንዳለው አድርጎ የሚያስበው ነገር እንኳ ይወሰድበታል።” |
58,544 | am_tg | ከዚህ በኋላ እናቱና ወንድሞቹ እሱ ወዳለበት መጡ፤ ሆኖም ከሕዝቡ ብዛት የተነሳ ወደ እሱ ሊቀርቡ አልቻሉም። | ኣዲኡን ኣሕዋቱን ድማ ናብኡ መጹ፣ ብምኽንያት እቲ ህዝቢ ግና ኪቐርብዎ ኣይከኣሉን። |
58,545 | tg_am | ኣዲኡን ኣሕዋቱን ድማ ናብኡ መጹ፣ ብምኽንያት እቲ ህዝቢ ግና ኪቐርብዎ ኣይከኣሉን። | ከዚህ በኋላ እናቱና ወንድሞቹ እሱ ወዳለበት መጡ፤ ሆኖም ከሕዝቡ ብዛት የተነሳ ወደ እሱ ሊቀርቡ አልቻሉም። |
58,546 | am_tg | ስለዚህ “እናትህና ወንድሞችህ ሊያገኙህ ፈልገው ውጭ ቆመዋል” ተብሎ ተነገረው። | “ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪርእዩኻ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ” ተባሂሉ ድማ ተነግሮ። |
58,547 | tg_am | “ኣዴኻን ኣሕዋትካን ኪርእዩኻ ደልዮም ኣብ ወጻኢ ደው ኢሎም ኣለዉ” ተባሂሉ ድማ ተነግሮ። | ስለዚህ “እናትህና ወንድሞችህ ሊያገኙህ ፈልገው ውጭ ቆመዋል” ተብሎ ተነገረው። |
58,548 | am_tg | እሱም መልሶ “እናቴና ወንድሞቼ የአምላክን ቃል ሰምተው የሚያደርጉት እነዚህ ናቸው” አላቸው። | ንሱ ኸኣ፡ “ኣደይን ኣሕዋተይንሲ እዞም ንቓል ኣምላኽ ዚሰምዕዎን ዚገብርዎን እዮም” ኢሉ መለሰሎም። |
58,549 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ኣደይን ኣሕዋተይንሲ እዞም ንቓል ኣምላኽ ዚሰምዕዎን ዚገብርዎን እዮም” ኢሉ መለሰሎም። | እሱም መልሶ “እናቴና ወንድሞቼ የአምላክን ቃል ሰምተው የሚያደርጉት እነዚህ ናቸው” አላቸው። |
58,550 | am_tg | አንድ ቀን ኢየሱስ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ጀልባ ከተሳፈረ በኋላ “ወደ ሐይቁ ማዶ እንሻገር” አላቸው። በመሆኑም ጉዞ ጀመሩ። | ሓደ መዓልቲ ንሱን ደቀ መዛሙርቱን ናብ ጃልባ ደየቡ፣ ንሱ ኸኣ፡ “ናብ ስግር ቀላይ ንሳገር” በሎም። ከዱ እውን። |
58,551 | tg_am | ሓደ መዓልቲ ንሱን ደቀ መዛሙርቱን ናብ ጃልባ ደየቡ፣ ንሱ ኸኣ፡ “ናብ ስግር ቀላይ ንሳገር” በሎም። ከዱ እውን። | አንድ ቀን ኢየሱስ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ጀልባ ከተሳፈረ በኋላ “ወደ ሐይቁ ማዶ እንሻገር” አላቸው። በመሆኑም ጉዞ ጀመሩ። |
58,552 | am_tg | እየተጓዙም ሳሉ ኢየሱስ እንቅልፍ ወሰደው። በዚህ ጊዜ ኃይለኛ አውሎ ነፋስ በሐይቁ ላይ ተነሳ፤ ጀልባቸውም በውኃ መሞላት ስለጀመረች አደጋ ላይ ወደቁ። | ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ንሱ ደቀሰ። ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ናብቲ ቐላይ ወረደ፣ ነታ ጃልባ ማይ መልኣ፡ ኣብ ሓደጋ እውን ወደቑ። |
58,553 | tg_am | ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ንሱ ደቀሰ። ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ናብቲ ቐላይ ወረደ፣ ነታ ጃልባ ማይ መልኣ፡ ኣብ ሓደጋ እውን ወደቑ። | እየተጓዙም ሳሉ ኢየሱስ እንቅልፍ ወሰደው። በዚህ ጊዜ ኃይለኛ አውሎ ነፋስ በሐይቁ ላይ ተነሳ፤ ጀልባቸውም በውኃ መሞላት ስለጀመረች አደጋ ላይ ወደቁ። |
58,554 | am_tg | ስለዚህ ሄደው ቀሰቀሱትና “መምህር፣ መምህር ማለቃችን እኮ ነው!” አሉት። እሱም ከእንቅልፉ ነቅቶ ነፋሱንና የሚናወጠውን ውኃ ገሠጸ፤ በዚህ ጊዜ ነፋሱ ቆመ፤ ጸጥታም ሰፈነ። | ናብኡ ቐሪቦም ከኣ፡ “መምህር፡ መምህር፡ ጠፋእና!” እናበሉ ኣተንስእዎ። ንሱ ድማ ተንሲኡ፡ ንንፋስን ንማዕበል ማይን ገንሖም እሞ፡ ዝግ በሉ፡ ህድኣት እውን ኰነ። |
58,555 | tg_am | ናብኡ ቐሪቦም ከኣ፡ “መምህር፡ መምህር፡ ጠፋእና!” እናበሉ ኣተንስእዎ። ንሱ ድማ ተንሲኡ፡ ንንፋስን ንማዕበል ማይን ገንሖም እሞ፡ ዝግ በሉ፡ ህድኣት እውን ኰነ። | ስለዚህ ሄደው ቀሰቀሱትና “መምህር፣ መምህር ማለቃችን እኮ ነው!” አሉት። እሱም ከእንቅልፉ ነቅቶ ነፋሱንና የሚናወጠውን ውኃ ገሠጸ፤ በዚህ ጊዜ ነፋሱ ቆመ፤ ጸጥታም ሰፈነ። |
58,556 | am_tg | ከዚያም “እምነታችሁ የት አለ?” አላቸው። እነሱ ግን በፍርሃት ተውጠውና በጣም ተደንቀው እርስ በርሳቸው “ለመሆኑ ይህ ማን ነው? ነፋስና ውኃ እንኳ ይታዘዙለታል” ተባባሉ። | ሽዑ፡ “እምነትኩም ኣበይ ኣላ፧” በሎም። ንሳቶም ግና ፈርሁ፣ ንሓድሕዶም እውን፡ “እዝስ መን ኰን እዩ፧ ንንፋሳትን ንማይን እኳ ይእዝዞም እሞ፡ ይእዘዝዎ” እናተባሃሃሉ ተገረሙ። |
58,557 | tg_am | ሽዑ፡ “እምነትኩም ኣበይ ኣላ፧” በሎም። ንሳቶም ግና ፈርሁ፣ ንሓድሕዶም እውን፡ “እዝስ መን ኰን እዩ፧ ንንፋሳትን ንማይን እኳ ይእዝዞም እሞ፡ ይእዘዝዎ” እናተባሃሃሉ ተገረሙ። | ከዚያም “እምነታችሁ የት አለ?” አላቸው። እነሱ ግን በፍርሃት ተውጠውና በጣም ተደንቀው እርስ በርሳቸው “ለመሆኑ ይህ ማን ነው? ነፋስና ውኃ እንኳ ይታዘዙለታል” ተባባሉ። |
58,558 | am_tg | ከዚያም በገሊላ ማዶ ወደሚገኘው ጌርጌሴኖን ወደተባለው ክልል የባሕር ዳርቻ ደረሱ። | ኣብ መንጽር ገሊላ ናብ ዘሎ ዞባ ጌራሴኖስ ተሳገሩ። |
58,559 | tg_am | ኣብ መንጽር ገሊላ ናብ ዘሎ ዞባ ጌራሴኖስ ተሳገሩ። | ከዚያም በገሊላ ማዶ ወደሚገኘው ጌርጌሴኖን ወደተባለው ክልል የባሕር ዳርቻ ደረሱ። |
58,560 | am_tg | ኢየሱስ ከጀልባዋ ወደ የብስ በወረደ ጊዜ አጋንንት ያደሩበት በአቅራቢያው በሚገኝ ከተማ የሚኖር አንድ ሰው አገኘው። ይህ ሰው ልብስ መልበስ ከተወ ብዙ ጊዜ ሆኖት ነበር፤ የሚኖረውም በቤት ውስጥ ሳይሆን በመቃብር ስፍራ ነበር። | የሱስ ናብ ምድሪ ምስ ወረደ፡ ካብ ከተማ፡ ኣጋንንቲ ዘለውዎ ሰብኣይ ተጓነፎ። ንሱ ንነዊሕ ግዜ ኽዳን ኣይተኸድነን ነበረ፣ ኣብ መቓብር እምበር፡ ኣብ ቤት ኣይቅመጥን ነበረ። |
58,561 | tg_am | የሱስ ናብ ምድሪ ምስ ወረደ፡ ካብ ከተማ፡ ኣጋንንቲ ዘለውዎ ሰብኣይ ተጓነፎ። ንሱ ንነዊሕ ግዜ ኽዳን ኣይተኸድነን ነበረ፣ ኣብ መቓብር እምበር፡ ኣብ ቤት ኣይቅመጥን ነበረ። | ኢየሱስ ከጀልባዋ ወደ የብስ በወረደ ጊዜ አጋንንት ያደሩበት በአቅራቢያው በሚገኝ ከተማ የሚኖር አንድ ሰው አገኘው። ይህ ሰው ልብስ መልበስ ከተወ ብዙ ጊዜ ሆኖት ነበር፤ የሚኖረውም በቤት ውስጥ ሳይሆን በመቃብር ስፍራ ነበር። |
58,562 | am_tg | ኢየሱስንም ባየው ጊዜ እየጮኸ በፊቱ ተደፋ፤ በታላቅ ድምፅም “የልዑል አምላክ ልጅ ኢየሱስ ሆይ፣ እኔ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለኝ? እንዳታሠቃየኝ እለምንሃለሁ” አለ። | ንየሱስ ምስ ረኣዮ፡ ጨዲሩ ኣብ ቅድሚኡ ተደፍአ፣ ዓው ብዝበለ ድምጺ እውን፡ “ኦ የሱስ ወዲ እቲ ልዑል ኣምላኽ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎኒ፧ ከይተሳቕየኒ እልምነካ ኣለኹ” በሎ። |
58,563 | tg_am | ንየሱስ ምስ ረኣዮ፡ ጨዲሩ ኣብ ቅድሚኡ ተደፍአ፣ ዓው ብዝበለ ድምጺ እውን፡ “ኦ የሱስ ወዲ እቲ ልዑል ኣምላኽ፡ ምሳኻ እንታይ ኣሎኒ፧ ከይተሳቕየኒ እልምነካ ኣለኹ” በሎ። | ኢየሱስንም ባየው ጊዜ እየጮኸ በፊቱ ተደፋ፤ በታላቅ ድምፅም “የልዑል አምላክ ልጅ ኢየሱስ ሆይ፣ እኔ ከአንተ ጋር ምን ጉዳይ አለኝ? እንዳታሠቃየኝ እለምንሃለሁ” አለ። |
58,564 | am_tg | (ይህን ያለውም ኢየሱስ ርኩሱ መንፈስ ከሰውየው እንዲወጣ እያዘዘው ስለነበረ ነው። ርኩሱ መንፈስ ሰውየውን ብዙ ጊዜ ይይዘው ነበር፤ ሰውየው በተደጋጋሚ በሰንሰለትና በእግር ብረት እየታሰረ ይጠበቅ የነበረ ቢሆንም የታሰረበትን ሰንሰለት ይበጣጥስ ነበር፤ ጋኔኑም ጭር ወዳሉ ቦታዎች ይነዳው ነበር።) | (የሱስሲ ነቲ ርኹስ መንፈስ ካብቲ ሰብኣይ ኪወጽእ ይእዝዞ ነበረ። ምኽንያቱ፡ ብዙሕ ግዜ ይሕዞ ነበረ፡ ብሰንሰለትን ብመቝሕን ተኣሲሩ ይሕሎ እኳ እንተ ነበረ፡ ንመእሰሪኡ ይብጥሶ፡ በቲ ጋኔን ድማ ናብ ጽምዊ ቦታታት ይውሰድ ነበረ።) |
58,565 | tg_am | (የሱስሲ ነቲ ርኹስ መንፈስ ካብቲ ሰብኣይ ኪወጽእ ይእዝዞ ነበረ። ምኽንያቱ፡ ብዙሕ ግዜ ይሕዞ ነበረ፡ ብሰንሰለትን ብመቝሕን ተኣሲሩ ይሕሎ እኳ እንተ ነበረ፡ ንመእሰሪኡ ይብጥሶ፡ በቲ ጋኔን ድማ ናብ ጽምዊ ቦታታት ይውሰድ ነበረ።) | (ይህን ያለውም ኢየሱስ ርኩሱ መንፈስ ከሰውየው እንዲወጣ እያዘዘው ስለነበረ ነው። ርኩሱ መንፈስ ሰውየውን ብዙ ጊዜ ይይዘው ነበር፤ ሰውየው በተደጋጋሚ በሰንሰለትና በእግር ብረት እየታሰረ ይጠበቅ የነበረ ቢሆንም የታሰረበትን ሰንሰለት ይበጣጥስ ነበር፤ ጋኔኑም ጭር ወዳሉ ቦታዎች ይነዳው ነበር።) |
58,566 | am_tg | ኢየሱስ “ስምህ ማን ነው?” ሲል ጠየቀው። እሱም ብዙ አጋንንት ገብተውበት ስለነበር “ሌጌዎን” አለው። | የሱስ ድማ፡ “መን እዩ ስምካ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ ብዙሓት ኣጋንንቲ ኣትዮምዎ ነበሩ እሞ፡ “ለጌዎን” በለ። |
58,567 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “መን እዩ ስምካ፧” ኢሉ ሓተቶ። ንሱ ኸኣ፡ ብዙሓት ኣጋንንቲ ኣትዮምዎ ነበሩ እሞ፡ “ለጌዎን” በለ። | ኢየሱስ “ስምህ ማን ነው?” ሲል ጠየቀው። እሱም ብዙ አጋንንት ገብተውበት ስለነበር “ሌጌዎን” አለው። |
58,568 | am_tg | አጋንንቱም ወደ ጥልቁ እንዲሄዱ እንዳያዛቸው ተማጸኑት። | ናብ መዓሙቝ ኪኸዱ ኸይእዝዞም ድማ ለመንዎ። |
58,569 | tg_am | ናብ መዓሙቝ ኪኸዱ ኸይእዝዞም ድማ ለመንዎ። | አጋንንቱም ወደ ጥልቁ እንዲሄዱ እንዳያዛቸው ተማጸኑት። |
58,570 | am_tg | በዚያም በተራራው ላይ ብዛት ያለው የአሳማ መንጋ ተሰማርቶ ነበር፤ ስለዚህ ወደ አሳማዎቹ ይገቡ ዘንድ እንዲፈቅድላቸው ተማጸኑት፤ እሱም ፈቀደላቸው። | መጓሰ ብዙሓት ሓሰማታት ከኣ ኣብቲ ኸረን ይበልዕ ነበረ፣ ናብተን ሓሰማታት ንምእታው ኪፈቕደሎም ድማ ለመንዎ። ንሱ እውን ፈቐደሎም። |
58,571 | tg_am | መጓሰ ብዙሓት ሓሰማታት ከኣ ኣብቲ ኸረን ይበልዕ ነበረ፣ ናብተን ሓሰማታት ንምእታው ኪፈቕደሎም ድማ ለመንዎ። ንሱ እውን ፈቐደሎም። | በዚያም በተራራው ላይ ብዛት ያለው የአሳማ መንጋ ተሰማርቶ ነበር፤ ስለዚህ ወደ አሳማዎቹ ይገቡ ዘንድ እንዲፈቅድላቸው ተማጸኑት፤ እሱም ፈቀደላቸው። |
58,572 | am_tg | በዚህ ጊዜ አጋንንቱ ከሰውየው ወጥተው አሳማዎቹ ውስጥ ገቡ፤ የአሳማውም መንጋ ከገደሉ አፋፍ እየተንደረደረ በመውረድ ሐይቁ ውስጥ ገብቶ ሰጠመ። | እቶም ኣጋንንቲ ኸኣ ካብቲ ሰብኣይ ወጺኦም ናብተን ሓሰማታት ኣተዉ፣ እቲ መጓሰ ኻብቲ ጸድፊ ነፊጹ ናብ ቀላይ ኣተወ፡ ጠሓለ እውን። |
58,573 | tg_am | እቶም ኣጋንንቲ ኸኣ ካብቲ ሰብኣይ ወጺኦም ናብተን ሓሰማታት ኣተዉ፣ እቲ መጓሰ ኻብቲ ጸድፊ ነፊጹ ናብ ቀላይ ኣተወ፡ ጠሓለ እውን። | በዚህ ጊዜ አጋንንቱ ከሰውየው ወጥተው አሳማዎቹ ውስጥ ገቡ፤ የአሳማውም መንጋ ከገደሉ አፋፍ እየተንደረደረ በመውረድ ሐይቁ ውስጥ ገብቶ ሰጠመ። |
58,574 | am_tg | እረኞቹ ግን የሆነውን ነገር ሲያዩ ሸሽተው በመሄድ ወሬውን በከተማውና በገጠሩ አዳረሱ። | እቶም ጓሶት ግና፡ እቲ ዝዀነ ምስ ረኣዩ፡ ሃደሙ፡ ኣብ ከተማን ኣብ ገጠርን ድማ ኣውረዩ። |
58,575 | tg_am | እቶም ጓሶት ግና፡ እቲ ዝዀነ ምስ ረኣዩ፡ ሃደሙ፡ ኣብ ከተማን ኣብ ገጠርን ድማ ኣውረዩ። | እረኞቹ ግን የሆነውን ነገር ሲያዩ ሸሽተው በመሄድ ወሬውን በከተማውና በገጠሩ አዳረሱ። |
58,576 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሕዝቡ የሆነውን ነገር ለማየት ወጡ። ወደ ኢየሱስ ሲመጡም አጋንንት የወጡለት ሰው ልብስ ለብሶና አእምሮው ተመልሶለት ኢየሱስ እግር ሥር ተቀምጦ አገኙት፤ በዚህ ጊዜ ፍርሃት አደረባቸው። | እቶም ህዝቢ ኸኣ እቲ ዝዀነ ኺርእዩ ወጹ። ናብ የሱስ መጹ፡ ነቲ ኣጋንንቲ ዝወጹሉ ሰብኣይ ከኣ ተኸዲኑን ናብ ልቡ ተመሊሱን ኣብ እግሪ የሱስ ተቐሚጡ ረኸብዎ እሞ፡ ፈርሁ። |
58,577 | tg_am | እቶም ህዝቢ ኸኣ እቲ ዝዀነ ኺርእዩ ወጹ። ናብ የሱስ መጹ፡ ነቲ ኣጋንንቲ ዝወጹሉ ሰብኣይ ከኣ ተኸዲኑን ናብ ልቡ ተመሊሱን ኣብ እግሪ የሱስ ተቐሚጡ ረኸብዎ እሞ፡ ፈርሁ። | በዚህ ጊዜ ሕዝቡ የሆነውን ነገር ለማየት ወጡ። ወደ ኢየሱስ ሲመጡም አጋንንት የወጡለት ሰው ልብስ ለብሶና አእምሮው ተመልሶለት ኢየሱስ እግር ሥር ተቀምጦ አገኙት፤ በዚህ ጊዜ ፍርሃት አደረባቸው። |
58,578 | am_tg | የተፈጸመውን ነገር ያዩ ሰዎች አጋንንት አድረውበት የነበረው ሰው እንዴት ጤናማ ሊሆን እንደቻለ አወሩላቸው። | እቶም ዝረኣዩ ድማ፡ እቲ ኣጋንንቲ ዝሓደርዎ ሰብ ከመይ ኢሉ ኸም ዝሓወየ ኣውረዩሎም። |
58,579 | tg_am | እቶም ዝረኣዩ ድማ፡ እቲ ኣጋንንቲ ዝሓደርዎ ሰብ ከመይ ኢሉ ኸም ዝሓወየ ኣውረዩሎም። | የተፈጸመውን ነገር ያዩ ሰዎች አጋንንት አድረውበት የነበረው ሰው እንዴት ጤናማ ሊሆን እንደቻለ አወሩላቸው። |
58,580 | am_tg | በዚህ ጊዜ ከጌርጌሴኖን ክልል የመጡት ሰዎች በሙሉ ታላቅ ፍርሃት ስላደረባቸው ኢየሱስን ከዚያ እንዲሄድላቸው ለመኑት። እሱም ከዚያ ለመሄድ ጀልባዋ ላይ ተሳፈረ። | እቶም ኣብ ጐደቦታት ጌራሴኖስ ዚነብሩ ዝነበሩ ብዙሓት ህዝቢ፡ ኣዝዮም ስለ ዝፈርሁ፡ ንየሱስ ካባታቶም ኪርሕቕ ለመንዎ። ንሱ ድማ ኣብ ጃልባ ደዪቡ ኣልገሰ። |
58,581 | tg_am | እቶም ኣብ ጐደቦታት ጌራሴኖስ ዚነብሩ ዝነበሩ ብዙሓት ህዝቢ፡ ኣዝዮም ስለ ዝፈርሁ፡ ንየሱስ ካባታቶም ኪርሕቕ ለመንዎ። ንሱ ድማ ኣብ ጃልባ ደዪቡ ኣልገሰ። | በዚህ ጊዜ ከጌርጌሴኖን ክልል የመጡት ሰዎች በሙሉ ታላቅ ፍርሃት ስላደረባቸው ኢየሱስን ከዚያ እንዲሄድላቸው ለመኑት። እሱም ከዚያ ለመሄድ ጀልባዋ ላይ ተሳፈረ። |
58,582 | am_tg | አጋንንት የወጡለት ሰው ግን አብሮት ይሆን ዘንድ ደጋግሞ ለመነው፤ ሆኖም ኢየሱስ ሰውየውን እንዲህ ሲል አሰናበተው፦ | እቲ ኣጋንንቲ ዝወጹሉ ሰብኣይ ግና፡ ምስኡ ኪኸውን ለመኖ፣ ንሱ ግና ነቲ ሰብኣይ ከምዚ ኢሉ ኣሰናበቶ፦ |
58,583 | tg_am | እቲ ኣጋንንቲ ዝወጹሉ ሰብኣይ ግና፡ ምስኡ ኪኸውን ለመኖ፣ ንሱ ግና ነቲ ሰብኣይ ከምዚ ኢሉ ኣሰናበቶ፦ | አጋንንት የወጡለት ሰው ግን አብሮት ይሆን ዘንድ ደጋግሞ ለመነው፤ ሆኖም ኢየሱስ ሰውየውን እንዲህ ሲል አሰናበተው፦ |
58,584 | am_tg | “ወደ ቤትህ ተመለስ፤ አምላክ ያደረገልህንም ነገር ተናገር።” ሰውየውም ኢየሱስ ያደረገለትን ነገር በከተማው ሁሉ እያወጀ ሄደ። | “ናብ ቤትካ ተመለስ፡ ኣምላኽ እንታይ ከም ዝገበረልካ ድማ ኣዘንቱ።” ከይዱ ኸኣ፡ የሱስ እንታይ ከም ዝገበረሉ ኣብ ምልእቲ እታ ኸተማ ኣውረየ። |
58,585 | tg_am | “ናብ ቤትካ ተመለስ፡ ኣምላኽ እንታይ ከም ዝገበረልካ ድማ ኣዘንቱ።” ከይዱ ኸኣ፡ የሱስ እንታይ ከም ዝገበረሉ ኣብ ምልእቲ እታ ኸተማ ኣውረየ። | “ወደ ቤትህ ተመለስ፤ አምላክ ያደረገልህንም ነገር ተናገር።” ሰውየውም ኢየሱስ ያደረገለትን ነገር በከተማው ሁሉ እያወጀ ሄደ። |
58,586 | am_tg | ሕዝቡ እየጠበቁት ስለነበር ኢየሱስ በተመለሰ ጊዜ ሁሉም በደስታ ተቀበሉት። | የሱስ ምስ ተመልሰ፡ እቶም ህዝቢ ይጽበይዎ ነበሩ እሞ፡ ብጽቡቕ ተቐበልዎ። |
58,587 | tg_am | የሱስ ምስ ተመልሰ፡ እቶም ህዝቢ ይጽበይዎ ነበሩ እሞ፡ ብጽቡቕ ተቐበልዎ። | ሕዝቡ እየጠበቁት ስለነበር ኢየሱስ በተመለሰ ጊዜ ሁሉም በደስታ ተቀበሉት። |
58,588 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢያኢሮስ የሚባል አንድ የምኩራብ አለቃ መጣ። ኢየሱስ እግር ላይም ወድቆ ወደ ቤቱ እንዲገባ ይማጸነው ጀመር፤ | እንሆ ኸኣ፡ ያኢሮስ ዝስሙ ሰብኣይ መጸ፣ ንሱ መራሕ ምኵራብ እዩ ነይሩ። ኣብ እግሪ የሱስ ተደፊኡ ድማ፡ ናብ ቤቱ ኺኣቱ ለመኖ። |
58,589 | tg_am | እንሆ ኸኣ፡ ያኢሮስ ዝስሙ ሰብኣይ መጸ፣ ንሱ መራሕ ምኵራብ እዩ ነይሩ። ኣብ እግሪ የሱስ ተደፊኡ ድማ፡ ናብ ቤቱ ኺኣቱ ለመኖ። | በዚህ ጊዜ ኢያኢሮስ የሚባል አንድ የምኩራብ አለቃ መጣ። ኢየሱስ እግር ላይም ወድቆ ወደ ቤቱ እንዲገባ ይማጸነው ጀመር፤ |
58,590 | am_tg | ይህን ያደረገው 12 ዓመት ገደማ የሆናት አንዲት ልጁ ልትሞት ተቃርባ ስለነበር ነው። ኢየሱስ እየተጓዘ ሳለ ሕዝቡ እየተጋፋ ያጨናንቀው ነበር። | ከመይሲ፡ ጓል 12 ዓመት ኣቢላ እትኸውን ሓንቲ ጓል ጥራይ ነበረቶ፣ ንሳ ድማ ክትመውት ቀሪባ ነበረት። የሱስ ኪኸይድ ከሎ ኸኣ፡ እቶም ህዝቢ ይደፋፍእዎ ነበሩ። |
58,591 | tg_am | ከመይሲ፡ ጓል 12 ዓመት ኣቢላ እትኸውን ሓንቲ ጓል ጥራይ ነበረቶ፣ ንሳ ድማ ክትመውት ቀሪባ ነበረት። የሱስ ኪኸይድ ከሎ ኸኣ፡ እቶም ህዝቢ ይደፋፍእዎ ነበሩ። | ይህን ያደረገው 12 ዓመት ገደማ የሆናት አንዲት ልጁ ልትሞት ተቃርባ ስለነበር ነው። ኢየሱስ እየተጓዘ ሳለ ሕዝቡ እየተጋፋ ያጨናንቀው ነበር። |
58,592 | am_tg | በዚያም፣ ለ12 ዓመት ደም ሲፈስሳት የኖረች አንዲት ሴት የነበረች ሲሆን ይህችን ሴት ሊፈውሳት የቻለ አንድም ሰው አልነበረም። | ን12 ዓመት ደም ዚፈስሳ ዝነበረ ሰበይቲ ነበረት፣ ዜሕውያ እውን ክትረክብ ኣይከኣለትን። |
58,593 | tg_am | ን12 ዓመት ደም ዚፈስሳ ዝነበረ ሰበይቲ ነበረት፣ ዜሕውያ እውን ክትረክብ ኣይከኣለትን። | በዚያም፣ ለ12 ዓመት ደም ሲፈስሳት የኖረች አንዲት ሴት የነበረች ሲሆን ይህችን ሴት ሊፈውሳት የቻለ አንድም ሰው አልነበረም። |
58,594 | am_tg | ከኋላም መጥታ የልብሱን ዘርፍ ነካች፤ ይፈሳት የነበረውም ደም ወዲያውኑ ቆመ። | ብድሕሪኡ ቐሪባ ኸኣ ዘፈር ክዳኑ ተንከየት እሞ፡ ብኡብኡ እቲ ዚፈስስ ደማ ኣቋረጸ። |
58,595 | tg_am | ብድሕሪኡ ቐሪባ ኸኣ ዘፈር ክዳኑ ተንከየት እሞ፡ ብኡብኡ እቲ ዚፈስስ ደማ ኣቋረጸ። | ከኋላም መጥታ የልብሱን ዘርፍ ነካች፤ ይፈሳት የነበረውም ደም ወዲያውኑ ቆመ። |
58,596 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “የነካኝ ማን ነው?” አለ። ሁሉም በካዱ ጊዜ፣ ጴጥሮስ “መምህር፣ ሕዝቡ ከቦህ እየተጋፋህ ነው የሚሄደው” አለው። | የሱስ ድማ፡ “መን እዩ ዝተንከየኒ፧” በለ። ኵላቶም ኣሉ ምስ በሉ፡ ጴጥሮስ፡ “መምህር፡ ህዝቢ ይጸቓቕጠካን ይደፋፍኣካን ኣሎ” በሎ። |
58,597 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “መን እዩ ዝተንከየኒ፧” በለ። ኵላቶም ኣሉ ምስ በሉ፡ ጴጥሮስ፡ “መምህር፡ ህዝቢ ይጸቓቕጠካን ይደፋፍኣካን ኣሎ” በሎ። | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “የነካኝ ማን ነው?” አለ። ሁሉም በካዱ ጊዜ፣ ጴጥሮስ “መምህር፣ ሕዝቡ ከቦህ እየተጋፋህ ነው የሚሄደው” አለው። |
58,598 | am_tg | ኢየሱስ ግን “ኃይል ከእኔ እንደወጣ ስለታወቀኝ አንድ ሰው ነክቶኛል” አለ። | የሱስ ግና፡ “ካባይ ሓይሊ ኸም ዝወጸ ተፈሊጡኒ እዩ እሞ፡ ዝተንከየንስ ኣሎ” በለ። |
58,599 | tg_am | የሱስ ግና፡ “ካባይ ሓይሊ ኸም ዝወጸ ተፈሊጡኒ እዩ እሞ፡ ዝተንከየንስ ኣሎ” በለ። | ኢየሱስ ግን “ኃይል ከእኔ እንደወጣ ስለታወቀኝ አንድ ሰው ነክቶኛል” አለ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.