Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
58,600 | am_tg | ሴትየዋም ሳይታወቅባት መሄድ እንዳልቻለች በተረዳች ጊዜ እየተንቀጠቀጠች መጥታ በፊቱ ተደፋች፤ ከዚያም ለምን እንደነካችውና እንዴት ወዲያውኑ እንደተፈወሰች በሕዝቡ ሁሉ ፊት ተናገረች። | እታ ሰበይቲ ኸም ዘይተሓብአት ምስ ረኣየት፡ ራዕራዕ እናበለት መጺኣ ኣብ ቅድሚኡ ተደፍአት፣ ኣብ ቅድሚ እቲ ዅሉ ህዝቢ ድማ፡ ስለምንታይ ከም ዝተንከየቶን ከመይ ኢላ ብኡብኡ ኸም ዝሓወየትን ተዛረበት። |
58,601 | tg_am | እታ ሰበይቲ ኸም ዘይተሓብአት ምስ ረኣየት፡ ራዕራዕ እናበለት መጺኣ ኣብ ቅድሚኡ ተደፍአት፣ ኣብ ቅድሚ እቲ ዅሉ ህዝቢ ድማ፡ ስለምንታይ ከም ዝተንከየቶን ከመይ ኢላ ብኡብኡ ኸም ዝሓወየትን ተዛረበት። | ሴትየዋም ሳይታወቅባት መሄድ እንዳልቻለች በተረዳች ጊዜ እየተንቀጠቀጠች መጥታ በፊቱ ተደፋች፤ ከዚያም ለምን እንደነካችውና እንዴት ወዲያውኑ እንደተፈወሰች በሕዝቡ ሁሉ ፊት ተናገረች። |
58,602 | am_tg | እሱ ግን “ልጄ ሆይ፣ እምነትሽ አድኖሻል። በሰላም ሂጂ” አላት። | ንሱ ግና፡ “ጓለየ፡ እምነትኪ ኣሕውያትኪ። ብሰላም ኪዲ” በላ። |
58,603 | tg_am | ንሱ ግና፡ “ጓለየ፡ እምነትኪ ኣሕውያትኪ። ብሰላም ኪዲ” በላ። | እሱ ግን “ልጄ ሆይ፣ እምነትሽ አድኖሻል። በሰላም ሂጂ” አላት። |
58,604 | am_tg | ገና እየተናገረ ሳለ ከምኩራብ አለቃው ቤት የተላከ አንድ ሰው መጥቶ “ልጅህ ሞታለች፤ ከዚህ በኋላ መምህሩን አታስቸግረው” አለው። | ገና ኺዛረብ ከሎ፡ ሓደ ኻብ እንዳ እቲ መራሕ ምኵራብ መጺኡ፡ “ጓልካ ሞይታ፡ ደጊም ንመምህር ኣይተድክሞ” በሎ። |
58,605 | tg_am | ገና ኺዛረብ ከሎ፡ ሓደ ኻብ እንዳ እቲ መራሕ ምኵራብ መጺኡ፡ “ጓልካ ሞይታ፡ ደጊም ንመምህር ኣይተድክሞ” በሎ። | ገና እየተናገረ ሳለ ከምኩራብ አለቃው ቤት የተላከ አንድ ሰው መጥቶ “ልጅህ ሞታለች፤ ከዚህ በኋላ መምህሩን አታስቸግረው” አለው። |
58,606 | am_tg | ኢየሱስ ይህን ሲሰማ “አትፍራ፤ ብቻ እመን፤ ልጅህ ትድናለች” አለው። | የሱስ ሰሚዑ፡ “ኣይትፍራህ፡ እመን ጥራይ፡ ክትድሕን እያ” ኢሉ መለሰሉ። |
58,607 | tg_am | የሱስ ሰሚዑ፡ “ኣይትፍራህ፡ እመን ጥራይ፡ ክትድሕን እያ” ኢሉ መለሰሉ። | ኢየሱስ ይህን ሲሰማ “አትፍራ፤ ብቻ እመን፤ ልጅህ ትድናለች” አለው። |
58,608 | am_tg | ወደ ኢያኢሮስ ቤት በደረሰ ጊዜ ከጴጥሮስ፣ ከዮሐንስና ከያዕቆብ እንዲሁም ከልጅቷ አባትና እናት በስተቀር ማንም አብሮት ወደ ውስጥ እንዲገባ አልፈቀደም። | ናብታ ቤት ምስ በጽሐ፡ ብዘይካ ጴጥሮስን ዮሃንስን ያእቆብን ኣቦ እታ ጓልን ኣዲኣን፡ ሓደ እኳ ምስኡ ኺኣቱ ኣይፈቐደን። |
58,609 | tg_am | ናብታ ቤት ምስ በጽሐ፡ ብዘይካ ጴጥሮስን ዮሃንስን ያእቆብን ኣቦ እታ ጓልን ኣዲኣን፡ ሓደ እኳ ምስኡ ኺኣቱ ኣይፈቐደን። | ወደ ኢያኢሮስ ቤት በደረሰ ጊዜ ከጴጥሮስ፣ ከዮሐንስና ከያዕቆብ እንዲሁም ከልጅቷ አባትና እናት በስተቀር ማንም አብሮት ወደ ውስጥ እንዲገባ አልፈቀደም። |
58,610 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሰዎቹ ሁሉ ለልጅቷ እያለቀሱና በሐዘን ደረታቸውን እየደቁ ነበር። ስለዚህ ኢየሱስ “በቃ አታልቅሱ፤ ልጅቷ ተኝታለች እንጂ አልሞተችም” አላቸው። | ኵላቶም ድማ ይበኽዩላን ደረቶም ይወቕዑላን ነበሩ። ንሱ ኸኣ፡ “ደቂሳ ኣላ እምበር፡ ኣይሞተትን እሞ፡ ደጊም ኣይትብከዩ” በሎም። |
58,611 | tg_am | ኵላቶም ድማ ይበኽዩላን ደረቶም ይወቕዑላን ነበሩ። ንሱ ኸኣ፡ “ደቂሳ ኣላ እምበር፡ ኣይሞተትን እሞ፡ ደጊም ኣይትብከዩ” በሎም። | በዚህ ጊዜ ሰዎቹ ሁሉ ለልጅቷ እያለቀሱና በሐዘን ደረታቸውን እየደቁ ነበር። ስለዚህ ኢየሱስ “በቃ አታልቅሱ፤ ልጅቷ ተኝታለች እንጂ አልሞተችም” አላቸው። |
58,612 | am_tg | ይህን ሲሰሙ ልጅቷ እንደሞተች ያውቁ ስለነበር በማፌዝ ይስቁበት ጀመር። | ንሳቶም ከኣ ከም ዝሞተት ስለ ዝፈለጡ፡ ሰሓቕዎ። |
58,613 | tg_am | ንሳቶም ከኣ ከም ዝሞተት ስለ ዝፈለጡ፡ ሰሓቕዎ። | ይህን ሲሰሙ ልጅቷ እንደሞተች ያውቁ ስለነበር በማፌዝ ይስቁበት ጀመር። |
58,614 | am_tg | እሱ ግን እጇን በመያዝ ድምፁን ከፍ አድርጎ “አንቺ ልጅ፣ ተነሽ!” አለ። | ንሱ ግና ብኢዳ ሒዙ፡ ዓው ኢሉ፡ “ኣቲ ጓል፡ ተንስኢ!” በላ። |
58,615 | tg_am | ንሱ ግና ብኢዳ ሒዙ፡ ዓው ኢሉ፡ “ኣቲ ጓል፡ ተንስኢ!” በላ። | እሱ ግን እጇን በመያዝ ድምፁን ከፍ አድርጎ “አንቺ ልጅ፣ ተነሽ!” አለ። |
58,616 | am_tg | የልጅቷም መንፈስ ተመለሰ፤ ወዲያውም ተነሳች፤ የምትበላውም ነገር እንዲሰጧት አዘዘ። | መንፈሳ ተመልሰ እሞ፡ ብኡብኡ ተንስአት፣ ንሱ ድማ ዚብላዕ ኪውሃባ ኣዘዘ። |
58,617 | tg_am | መንፈሳ ተመልሰ እሞ፡ ብኡብኡ ተንስአት፣ ንሱ ድማ ዚብላዕ ኪውሃባ ኣዘዘ። | የልጅቷም መንፈስ ተመለሰ፤ ወዲያውም ተነሳች፤ የምትበላውም ነገር እንዲሰጧት አዘዘ። |
58,618 | am_tg | ወላጆቿም የሚሆኑት ጠፋቸው፤ እሱ ግን የሆነውን ነገር ለማንም እንዳይናገሩ አዘዛቸው። | ወለዳ ኸኣ ብታሕጓስ ዚገብርዎ ጠፍኦም፣ ንሱ ግና እቲ ዝዀነ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ኣዘዞም። |
58,619 | tg_am | ወለዳ ኸኣ ብታሕጓስ ዚገብርዎ ጠፍኦም፣ ንሱ ግና እቲ ዝዀነ ንሓደ እኳ ኸይነግሩ ኣዘዞም። | ወላጆቿም የሚሆኑት ጠፋቸው፤ እሱ ግን የሆነውን ነገር ለማንም እንዳይናገሩ አዘዛቸው። |
58,620 | am_tg | ኢየሱስ እነዚህን ነገሮች ከተናገረ በኋላ ወደ ሰማይ ቀና ብሎ እንዲህ ሲል ጸለየ፦ “አባት ሆይ፣ ሰዓቱ ደርሷል። ልጅህ ያከብርህ ዘንድ ልጅህን አክብረው፤ | የሱስ እዚ ተዛሪቡ፡ ኣዒንቱ ናብ ሰማይ ኣልዒሉ ኸምዚ በለ፦ “ኣቦ፡ እታ ሰዓት ኣኺላ እያ። ወድኻ ምእንቲ ኬኽብረካስ፡ ንወድኻ ኣኽብሮ፣ |
58,621 | tg_am | የሱስ እዚ ተዛሪቡ፡ ኣዒንቱ ናብ ሰማይ ኣልዒሉ ኸምዚ በለ፦ “ኣቦ፡ እታ ሰዓት ኣኺላ እያ። ወድኻ ምእንቲ ኬኽብረካስ፡ ንወድኻ ኣኽብሮ፣ | ኢየሱስ እነዚህን ነገሮች ከተናገረ በኋላ ወደ ሰማይ ቀና ብሎ እንዲህ ሲል ጸለየ፦ “አባት ሆይ፣ ሰዓቱ ደርሷል። ልጅህ ያከብርህ ዘንድ ልጅህን አክብረው፤ |
58,622 | am_tg | ይህም በሥጋ ለባሽ ሁሉ ላይ ሥልጣን እንደሰጠኸው ሁሉ እሱም አንተ ለሰጠኸው ሰው ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲሰጥ ነው። | ከምቲ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ስጋ ስልጣን ዝሃብካዮ እውን፡ ንዅሎም እቶም ዝሃብካዮ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህቦም እዩ። |
58,623 | tg_am | ከምቲ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ስጋ ስልጣን ዝሃብካዮ እውን፡ ንዅሎም እቶም ዝሃብካዮ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኪህቦም እዩ። | ይህም በሥጋ ለባሽ ሁሉ ላይ ሥልጣን እንደሰጠኸው ሁሉ እሱም አንተ ለሰጠኸው ሰው ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲሰጥ ነው። |
58,624 | am_tg | የዘላለም ሕይወት ማግኘት እንዲችሉ ብቸኛው እውነተኛ አምላክ የሆንከውን አንተንና የላክኸውን ኢየሱስ ክርስቶስን ማወቅ አለባቸው። | በይንኻ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንዝዀንካ ንዓኻን ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ምፍላጦም፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ። |
58,625 | tg_am | በይንኻ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ንዝዀንካ ንዓኻን ነቲ ዝለኣኽካዮ የሱስ ክርስቶስን ምፍላጦም፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዚኣ እያ። | የዘላለም ሕይወት ማግኘት እንዲችሉ ብቸኛው እውነተኛ አምላክ የሆንከውን አንተንና የላክኸውን ኢየሱስ ክርስቶስን ማወቅ አለባቸው። |
58,626 | am_tg | እንድሠራው የሰጠኸኝን ሥራ ፈጽሜ በምድር ላይ አከበርኩህ። | ኣነ ኽገብሮ ዝሃብካኒ ግብሪ ፈጺመ፡ ኣብ ምድሪ ኣኽቢረካ ኣለኹ። |
58,627 | tg_am | ኣነ ኽገብሮ ዝሃብካኒ ግብሪ ፈጺመ፡ ኣብ ምድሪ ኣኽቢረካ ኣለኹ። | እንድሠራው የሰጠኸኝን ሥራ ፈጽሜ በምድር ላይ አከበርኩህ። |
58,628 | am_tg | ስለዚህ አባት ሆይ፣ ዓለም ከመመሥረቱ በፊት በጎንህ ሆኜ ክብር እንደነበረኝ ሁሉ አሁንም በጎንህ አድርገህ አክብረኝ። | ኣቦ፡ ሕጂ ኸምቲ ዓለም ከይኰነት ምሳኻ ኸለኹ ዝነበረኒ ኽብሪ፡ ምሳኻ ጌርካ ኣኽብረኒ። |
58,629 | tg_am | ኣቦ፡ ሕጂ ኸምቲ ዓለም ከይኰነት ምሳኻ ኸለኹ ዝነበረኒ ኽብሪ፡ ምሳኻ ጌርካ ኣኽብረኒ። | ስለዚህ አባት ሆይ፣ ዓለም ከመመሥረቱ በፊት በጎንህ ሆኜ ክብር እንደነበረኝ ሁሉ አሁንም በጎንህ አድርገህ አክብረኝ። |
58,630 | am_tg | “ከዓለም ለሰጠኸኝ ሰዎች ስምህን ገልጬላቸዋለሁ። እነሱ የአንተ ነበሩ፤ አንተም ለእኔ ሰጠኸኝ፤ ደግሞም ቃልህን ጠብቀዋል። | “ነቶም ካብ ዓለም ዝሃብካኒ ሰባት ስምካ ኣግሂደሎም ኣለኹ። ናትካ እዮም ነይሮም፡ ንዓይ ከኣ ሂብካኒ፡ ቃልካ እውን ሓልዮም እዮም። |
58,631 | tg_am | “ነቶም ካብ ዓለም ዝሃብካኒ ሰባት ስምካ ኣግሂደሎም ኣለኹ። ናትካ እዮም ነይሮም፡ ንዓይ ከኣ ሂብካኒ፡ ቃልካ እውን ሓልዮም እዮም። | “ከዓለም ለሰጠኸኝ ሰዎች ስምህን ገልጬላቸዋለሁ። እነሱ የአንተ ነበሩ፤ አንተም ለእኔ ሰጠኸኝ፤ ደግሞም ቃልህን ጠብቀዋል። |
58,632 | am_tg | የሰጠኸኝ ነገር ሁሉ ከአንተ የተገኘ መሆኑን አሁን አውቀዋል፤ | ኵሉ እቲ ዝሃብካኒ፡ ካባኻ ምዃኑ ሕጂ ፈሊጦም እዮም፣ |
58,633 | tg_am | ኵሉ እቲ ዝሃብካኒ፡ ካባኻ ምዃኑ ሕጂ ፈሊጦም እዮም፣ | የሰጠኸኝ ነገር ሁሉ ከአንተ የተገኘ መሆኑን አሁን አውቀዋል፤ |
58,634 | am_tg | ምክንያቱም የሰጠኸኝን ቃል ሰጥቻቸዋለሁ፤ እነሱም ተቀብለውታል፤ እንዲሁም የአንተ ተወካይ ሆኜ መምጣቴን በእርግጥ አውቀዋል፤ አንተ እንደላክኸኝም አምነዋል። | ከመይሲ፡ እቲ ዝሃብካኒ ቓል ሂበዮም እየ፡ ንሳቶም እውን ተቐቢሎምዎ እዮም፣ ኣነ ወኪልካ ዀይነ ኸም ዝመጻእኩ ድማ ብሓቂ ፈሊጦም እዮም፣ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ እውን ኣሚኖም እዮም። |
58,635 | tg_am | ከመይሲ፡ እቲ ዝሃብካኒ ቓል ሂበዮም እየ፡ ንሳቶም እውን ተቐቢሎምዎ እዮም፣ ኣነ ወኪልካ ዀይነ ኸም ዝመጻእኩ ድማ ብሓቂ ፈሊጦም እዮም፣ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ እውን ኣሚኖም እዮም። | ምክንያቱም የሰጠኸኝን ቃል ሰጥቻቸዋለሁ፤ እነሱም ተቀብለውታል፤ እንዲሁም የአንተ ተወካይ ሆኜ መምጣቴን በእርግጥ አውቀዋል፤ አንተ እንደላክኸኝም አምነዋል። |
58,636 | am_tg | ስለ እነሱ እለምንሃለሁ፤ የምለምንህ ስለ ዓለም ሳይሆን አንተ ስለሰጠኸኝ ሰዎች ነው፤ ምክንያቱም እነሱ የአንተ ናቸው፤ | ኣነ ምእንታኦም እልምን እየ፣ ንሳቶም ናትካ እዮም እሞ፡ ምእንቲ እዞም ዝሃብካኒ እምበር፡ ምእንቲ ዓለምሲ ኣይልምንን እየ። |
58,637 | tg_am | ኣነ ምእንታኦም እልምን እየ፣ ንሳቶም ናትካ እዮም እሞ፡ ምእንቲ እዞም ዝሃብካኒ እምበር፡ ምእንቲ ዓለምሲ ኣይልምንን እየ። | ስለ እነሱ እለምንሃለሁ፤ የምለምንህ ስለ ዓለም ሳይሆን አንተ ስለሰጠኸኝ ሰዎች ነው፤ ምክንያቱም እነሱ የአንተ ናቸው፤ |
58,638 | am_tg | ደግሞም የእኔ የሆነው ነገር ሁሉ የአንተ ነው፤ የአንተ የሆነውም ሁሉ የእኔ ነው፤ እኔም በእነሱ መካከል ከብሬአለሁ። | ኵሉ እቲ ናተይ ከኣ፡ ናትካ እዩ፣ እቲ ናትካ ድማ፡ ናተይ እዩ፣ ኣነ እውን ኣብ መንጎኦም ከቢረ እየ። |
58,639 | tg_am | ኵሉ እቲ ናተይ ከኣ፡ ናትካ እዩ፣ እቲ ናትካ ድማ፡ ናተይ እዩ፣ ኣነ እውን ኣብ መንጎኦም ከቢረ እየ። | ደግሞም የእኔ የሆነው ነገር ሁሉ የአንተ ነው፤ የአንተ የሆነውም ሁሉ የእኔ ነው፤ እኔም በእነሱ መካከል ከብሬአለሁ። |
58,640 | am_tg | “ከእንግዲህ እኔ በዓለም ውስጥ አልኖርም፤ እነሱ ግን በዓለም ውስጥ ናቸው፤ እኔ ወደ አንተ መምጣቴ ነው። ቅዱስ አባት ሆይ፣ እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ፣ ስለሰጠኸኝ ስለ ራስህ ስም ስትል ጠብቃቸው። | “ደጊም ኣነ ኣብ ዓለም ኣይነብርን እየ፣ ንሳቶም ግና ኣብ ዓለም ኣለዉ፣ ኣነ እውን ናባኻ እመጽእ ኣለኹ። ቅዱስ ኣቦ፡ ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ ስለቲ ዝሃብካኒ ስምካ ሓልዎም። |
58,641 | tg_am | “ደጊም ኣነ ኣብ ዓለም ኣይነብርን እየ፣ ንሳቶም ግና ኣብ ዓለም ኣለዉ፣ ኣነ እውን ናባኻ እመጽእ ኣለኹ። ቅዱስ ኣቦ፡ ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ ስለቲ ዝሃብካኒ ስምካ ሓልዎም። | “ከእንግዲህ እኔ በዓለም ውስጥ አልኖርም፤ እነሱ ግን በዓለም ውስጥ ናቸው፤ እኔ ወደ አንተ መምጣቴ ነው። ቅዱስ አባት ሆይ፣ እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ፣ ስለሰጠኸኝ ስለ ራስህ ስም ስትል ጠብቃቸው። |
58,642 | am_tg | እኔ ከእነሱ ጋር ሳለሁ፣ ስለሰጠኸኝ ስለ ራስህ ስም ስል ስጠብቃቸው ቆይቻለሁ፤ ደግሞም ጠብቄአቸዋለሁ፤ የቅዱስ መጽሐፉ ቃል ይፈጸም ዘንድ ከጥፋት ልጅ በቀር አንዳቸውም አልጠፉም። | ኣነ ምሳታቶም ከለኹ፡ ስለቲ ዝሃብካኒ ስምካ እሕልዎም ነይረ፣ ስለ ዘዕቈብክዎም ከኣ፡ እቲ ቕዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም፡ ብዘይካ እቲ ወዲ ጥፍኣት፡ ካባታቶም ሓደ እኳ ኣይጠፍአን። |
58,643 | tg_am | ኣነ ምሳታቶም ከለኹ፡ ስለቲ ዝሃብካኒ ስምካ እሕልዎም ነይረ፣ ስለ ዘዕቈብክዎም ከኣ፡ እቲ ቕዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም፡ ብዘይካ እቲ ወዲ ጥፍኣት፡ ካባታቶም ሓደ እኳ ኣይጠፍአን። | እኔ ከእነሱ ጋር ሳለሁ፣ ስለሰጠኸኝ ስለ ራስህ ስም ስል ስጠብቃቸው ቆይቻለሁ፤ ደግሞም ጠብቄአቸዋለሁ፤ የቅዱስ መጽሐፉ ቃል ይፈጸም ዘንድ ከጥፋት ልጅ በቀር አንዳቸውም አልጠፉም። |
58,644 | am_tg | አሁን ግን ወደ አንተ መምጣቴ ነው፤ ደስታዬ በውስጣቸው ሙሉ እንዲሆን አሁን በዓለም ላይ እያለሁ እነዚህን ነገሮች እናገራለሁ። | ሕጂ ግና ናባኻ እመጽእ ኣለኹ፣ ሓጐሰይ ኣባታቶም ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ እዚ ኣብ ዓለም እብል ኣለኹ። |
58,645 | tg_am | ሕጂ ግና ናባኻ እመጽእ ኣለኹ፣ ሓጐሰይ ኣባታቶም ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ እዚ ኣብ ዓለም እብል ኣለኹ። | አሁን ግን ወደ አንተ መምጣቴ ነው፤ ደስታዬ በውስጣቸው ሙሉ እንዲሆን አሁን በዓለም ላይ እያለሁ እነዚህን ነገሮች እናገራለሁ። |
58,646 | am_tg | ቃልህን ሰጥቻቸዋለሁ፤ ሆኖም እኔ የዓለም ክፍል እንዳልሆንኩ ሁሉ እነሱም የዓለም ክፍል ስላልሆኑ ዓለም ጠላቸው። | ቃልካ ሂበዮም ኣለኹ፣ ከምቲ ኣነ ኻብ ዓለም ዘይኰንኩ፡ ንሳቶም እውን ካብ ዓለም ስለ ዘይኰኑ፡ ዓለም ጸሊኣቶም እያ። |
58,647 | tg_am | ቃልካ ሂበዮም ኣለኹ፣ ከምቲ ኣነ ኻብ ዓለም ዘይኰንኩ፡ ንሳቶም እውን ካብ ዓለም ስለ ዘይኰኑ፡ ዓለም ጸሊኣቶም እያ። | ቃልህን ሰጥቻቸዋለሁ፤ ሆኖም እኔ የዓለም ክፍል እንዳልሆንኩ ሁሉ እነሱም የዓለም ክፍል ስላልሆኑ ዓለም ጠላቸው። |
58,648 | am_tg | “የምለምንህ ከዓለም እንድታወጣቸው ሳይሆን ከክፉው እንድትጠብቃቸው ነው። | “ካብቲ እኩይ ክትሕልዎም እምበር፡ ካብ ዓለም ከተውጽኦም ኣይኰንኩን ዝልምን ዘለኹ። |
58,649 | tg_am | “ካብቲ እኩይ ክትሕልዎም እምበር፡ ካብ ዓለም ከተውጽኦም ኣይኰንኩን ዝልምን ዘለኹ። | “የምለምንህ ከዓለም እንድታወጣቸው ሳይሆን ከክፉው እንድትጠብቃቸው ነው። |
58,650 | am_tg | እኔ የዓለም ክፍል እንዳልሆንኩ ሁሉ እነሱም የዓለም ክፍል አይደሉም። | ከምቲ ኣነ ኻብ ዓለም ዘይኰንኩ፡ ንሳቶም እውን ካብ ዓለም ኣይኰኑን። |
58,651 | tg_am | ከምቲ ኣነ ኻብ ዓለም ዘይኰንኩ፡ ንሳቶም እውን ካብ ዓለም ኣይኰኑን። | እኔ የዓለም ክፍል እንዳልሆንኩ ሁሉ እነሱም የዓለም ክፍል አይደሉም። |
58,652 | am_tg | በእውነትህ ቀድሳቸው፤ ቃልህ እውነት ነው። | በቲ ሓቂ ቐድሶም፣ ቃልካ ሓቂ እዩ። |
58,653 | tg_am | በቲ ሓቂ ቐድሶም፣ ቃልካ ሓቂ እዩ። | በእውነትህ ቀድሳቸው፤ ቃልህ እውነት ነው። |
58,654 | am_tg | አንተ ወደ ዓለም እንደላክኸኝ ሁሉ እኔም ወደ ዓለም ልኬአቸዋለሁ። | ከምቲ ንዓይ ናብ ዓለም ዝለኣኽካኒ፡ ኣነ እውን ናብ ዓለም ልኢኸዮም እየ። |
58,655 | tg_am | ከምቲ ንዓይ ናብ ዓለም ዝለኣኽካኒ፡ ኣነ እውን ናብ ዓለም ልኢኸዮም እየ። | አንተ ወደ ዓለም እንደላክኸኝ ሁሉ እኔም ወደ ዓለም ልኬአቸዋለሁ። |
58,656 | am_tg | እነሱም በእውነት እንዲቀደሱ እኔ ራሴም ስለ እነሱ ስል ቅድስናዬን እጠብቃለሁ። | ንሳቶም ብሓቂ ምእንቲ ኪቕደሱስ፡ ኣነ ምእንታኦም ርእሰይ እቕድስ ኣለኹ። |
58,657 | tg_am | ንሳቶም ብሓቂ ምእንቲ ኪቕደሱስ፡ ኣነ ምእንታኦም ርእሰይ እቕድስ ኣለኹ። | እነሱም በእውነት እንዲቀደሱ እኔ ራሴም ስለ እነሱ ስል ቅድስናዬን እጠብቃለሁ። |
58,658 | am_tg | “የምለምንህ ስለ እነዚህ ብቻ ሳይሆን በእነሱ ቃል አማካኝነት በእኔ ለሚያምኑ ጭምር ነው፤ | “ምእንቲ እቶም ብቓሎም ብኣይ ዚኣምኑ እውን እምበር፡ ምእንቲ እዚኣቶም ጥራይ ኣይኰንኩን ዝልምን ዘለኹ፣ |
58,659 | tg_am | “ምእንቲ እቶም ብቓሎም ብኣይ ዚኣምኑ እውን እምበር፡ ምእንቲ እዚኣቶም ጥራይ ኣይኰንኩን ዝልምን ዘለኹ፣ | “የምለምንህ ስለ እነዚህ ብቻ ሳይሆን በእነሱ ቃል አማካኝነት በእኔ ለሚያምኑ ጭምር ነው፤ |
58,660 | am_tg | ይህን ልመና የማቀርበውም ሁሉም አንድ እንዲሆኑ ነው፤ ይኸውም ዓለም አንተ እንደላክኸኝ ያምን ዘንድ አባት ሆይ፣ አንተ ከእኔ ጋር አንድነት እንዳለህና እኔም ከአንተ ጋር አንድነት እንዳለኝ ሁሉ እነሱም ከእኛ ጋር አንድነት እንዲኖራቸው ነው። | እዚ ኸኣ ከምቲ ንስኻ፡ ኦ ኣቦ፡ ምሳይ ሓድነት ዘሎካ፡ ኣነ እውን ምሳኻ ሓድነት ዘሎኒ፡ ንሳቶም እውን ምሳና ሓድነት ኪህልዎም እሞ፡ ኵላቶም ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ፣ በዚ ኸምዚ፡ ዓለም፡ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ ትኣምን። |
58,661 | tg_am | እዚ ኸኣ ከምቲ ንስኻ፡ ኦ ኣቦ፡ ምሳይ ሓድነት ዘሎካ፡ ኣነ እውን ምሳኻ ሓድነት ዘሎኒ፡ ንሳቶም እውን ምሳና ሓድነት ኪህልዎም እሞ፡ ኵላቶም ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እዩ፣ በዚ ኸምዚ፡ ዓለም፡ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ ትኣምን። | ይህን ልመና የማቀርበውም ሁሉም አንድ እንዲሆኑ ነው፤ ይኸውም ዓለም አንተ እንደላክኸኝ ያምን ዘንድ አባት ሆይ፣ አንተ ከእኔ ጋር አንድነት እንዳለህና እኔም ከአንተ ጋር አንድነት እንዳለኝ ሁሉ እነሱም ከእኛ ጋር አንድነት እንዲኖራቸው ነው። |
58,662 | am_tg | እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ ለእኔ የሰጠኸኝን ክብር ሰጥቻቸዋለሁ። | ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና ኸኣ፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ እቲ ዝሃብካኒ ኽብሪ ሂበዮም ኣለኹ። |
58,663 | tg_am | ከምቲ ንሕና ሓደ ዝዀንና ኸኣ፡ ንሳቶም እውን ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ፡ እቲ ዝሃብካኒ ኽብሪ ሂበዮም ኣለኹ። | እኛ አንድ እንደሆንን ሁሉ እነሱም አንድ እንዲሆኑ ለእኔ የሰጠኸኝን ክብር ሰጥቻቸዋለሁ። |
58,664 | am_tg | እኔ ከእነሱ ጋር አንድነት አለኝ፤ አንተም ከእኔ ጋር አንድነት አለህ፤ ይህ ደግሞ እነሱም ፍጹም አንድ እንዲሆኑ ነው፤ በተጨማሪም ዓለም አንተ እንደላክኸኝ እንዲሁም እኔን እንደወደድከኝ ሁሉ እነሱንም እንደወደድካቸው ያውቅ ዘንድ ነው። | ፍጹም ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እሞ፡ ዓለም ከምቲ ንዓይ ዘፍቀርካኒ፡ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካንን ከም ዘፍቀርካዮምን ምእንቲ ኽትፈልጥሲ፡ ኣነ ምሳታቶም ሓድነት ኣሎኒ፡ ንስኻ እውን ምሳይ ሓድነት ኣሎካ። |
58,665 | tg_am | ፍጹም ሓደ ምእንቲ ኪዀኑ እሞ፡ ዓለም ከምቲ ንዓይ ዘፍቀርካኒ፡ ንስኻ ኸም ዝለኣኽካንን ከም ዘፍቀርካዮምን ምእንቲ ኽትፈልጥሲ፡ ኣነ ምሳታቶም ሓድነት ኣሎኒ፡ ንስኻ እውን ምሳይ ሓድነት ኣሎካ። | እኔ ከእነሱ ጋር አንድነት አለኝ፤ አንተም ከእኔ ጋር አንድነት አለህ፤ ይህ ደግሞ እነሱም ፍጹም አንድ እንዲሆኑ ነው፤ በተጨማሪም ዓለም አንተ እንደላክኸኝ እንዲሁም እኔን እንደወደድከኝ ሁሉ እነሱንም እንደወደድካቸው ያውቅ ዘንድ ነው። |
58,666 | am_tg | አባት ሆይ፣ እነዚህ የሰጠኸኝ፣ እኔ ባለሁበት እነሱም ከእኔ ጋር እንዲሆኑ እፈልጋለሁ፤ ይህም ዓለም ከመመሥረቱ በፊት ስለወደድከኝ የሰጠኸኝን ክብር እንዲያዩ ነው። | ኣቦ፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ኣፍቂርካኒ ኢኻ እሞ፡ እዞም ንስኻ ዝሃብካኒ እውን ነቲ ዝሃብካኒ ኽብረይ ምእንቲ ኺርእዩስ፡ ኣብቲ ዘለኽዎ ምሳይ ኪዀኑ እደሊ ኣለኹ። |
58,667 | tg_am | ኣቦ፡ ቅድሚ ምስራት ዓለም ኣፍቂርካኒ ኢኻ እሞ፡ እዞም ንስኻ ዝሃብካኒ እውን ነቲ ዝሃብካኒ ኽብረይ ምእንቲ ኺርእዩስ፡ ኣብቲ ዘለኽዎ ምሳይ ኪዀኑ እደሊ ኣለኹ። | አባት ሆይ፣ እነዚህ የሰጠኸኝ፣ እኔ ባለሁበት እነሱም ከእኔ ጋር እንዲሆኑ እፈልጋለሁ፤ ይህም ዓለም ከመመሥረቱ በፊት ስለወደድከኝ የሰጠኸኝን ክብር እንዲያዩ ነው። |
58,668 | am_tg | ጻድቅ አባት ሆይ፣ በእርግጥ ዓለም አላወቀህም፤ እኔ ግን አውቅሃለሁ፤ እነዚህ ደግሞ አንተ እንደላክኸኝ አውቀዋል። | ጻድቕ ኣቦ፡ ዓለም ኣይፈለጠትካን፣ ኣነ ግና እፈልጠካ እየ፣ እዚኣቶም እውን ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ ፈሊጦም ኣለዉ። |
58,669 | tg_am | ጻድቕ ኣቦ፡ ዓለም ኣይፈለጠትካን፣ ኣነ ግና እፈልጠካ እየ፣ እዚኣቶም እውን ንስኻ ኸም ዝለኣኽካኒ ፈሊጦም ኣለዉ። | ጻድቅ አባት ሆይ፣ በእርግጥ ዓለም አላወቀህም፤ እኔ ግን አውቅሃለሁ፤ እነዚህ ደግሞ አንተ እንደላክኸኝ አውቀዋል። |
58,670 | am_tg | እኔን የወደድክበት ፍቅር እነሱም እንዲኖራቸው እንዲሁም እኔ ከእነሱ ጋር አንድነት እንዲኖረኝ ስምህን አሳውቄአቸዋለሁ፤ ደግሞም አሳውቃለሁ።” | እታ ንዓይ ዘፍቀርካኒ ፍቕሪ ኣባታቶም ምእንቲ ኽትህሉን ኣነ ምሳታቶም ሓድነት ምእንቲ ኺህልወንን፡ ስምካ ኣፍሊጠዮም ኣለኹ፡ ከፍልጦም እውን እየ።” |
58,671 | tg_am | እታ ንዓይ ዘፍቀርካኒ ፍቕሪ ኣባታቶም ምእንቲ ኽትህሉን ኣነ ምሳታቶም ሓድነት ምእንቲ ኺህልወንን፡ ስምካ ኣፍሊጠዮም ኣለኹ፡ ከፍልጦም እውን እየ።” | እኔን የወደድክበት ፍቅር እነሱም እንዲኖራቸው እንዲሁም እኔ ከእነሱ ጋር አንድነት እንዲኖረኝ ስምህን አሳውቄአቸዋለሁ፤ ደግሞም አሳውቃለሁ።” |
58,672 | am_tg | ከዚያም ጲላጦስ ኢየሱስን ወስዶ ገረፈው። | ሽዑ፡ ጲላጦስ ንየሱስ ወሲዱ ገረፎ። |
58,673 | tg_am | ሽዑ፡ ጲላጦስ ንየሱስ ወሲዱ ገረፎ። | ከዚያም ጲላጦስ ኢየሱስን ወስዶ ገረፈው። |
58,674 | am_tg | ወታደሮቹም የእሾህ አክሊል ጎንጉነው በራሱ ላይ ደፉበት፤ እንዲሁም ሐምራዊ ልብስ አለበሱት፤ | እቶም ወተሃደራት ከኣ ኣኽሊል እሾዅ ተኒጎም ኣብ ርእሱ ደፍኡሉ፣ ጁዅ ዝሕብሩ ወለል ዚብል ክዳን እውን ከደንዎ፣ |
58,675 | tg_am | እቶም ወተሃደራት ከኣ ኣኽሊል እሾዅ ተኒጎም ኣብ ርእሱ ደፍኡሉ፣ ጁዅ ዝሕብሩ ወለል ዚብል ክዳን እውን ከደንዎ፣ | ወታደሮቹም የእሾህ አክሊል ጎንጉነው በራሱ ላይ ደፉበት፤ እንዲሁም ሐምራዊ ልብስ አለበሱት፤ |
58,676 | am_tg | ወደ እሱ እየቀረቡም “የአይሁዳውያን ንጉሥ ሆይ፣ ሰላም ለአንተ ይሁን!” ይሉት ነበር። ደግሞም በጥፊ ይመቱት ነበር። | ናብኡ መመጺኦም ድማ፡ “ሰላም፡ ኦ ንጉስ ኣይሁድ” ይብልዎን ይጸፍዕዎን ነበሩ። |
58,677 | tg_am | ናብኡ መመጺኦም ድማ፡ “ሰላም፡ ኦ ንጉስ ኣይሁድ” ይብልዎን ይጸፍዕዎን ነበሩ። | ወደ እሱ እየቀረቡም “የአይሁዳውያን ንጉሥ ሆይ፣ ሰላም ለአንተ ይሁን!” ይሉት ነበር። ደግሞም በጥፊ ይመቱት ነበር። |
58,678 | am_tg | ጲላጦስም ዳግመኛ ወደ ውጭ ወጥቶ “ምንም ጥፋት እንዳላገኘሁበት ታውቁ ዘንድ እነሆ ወደ ውጭ አወጣላችኋለሁ” አላቸው። | ጲላጦስ ከኣ ከም ብሓድሽ ናብ ወጻኢ ወጺኡ፡ “ሓንቲ በደል እኳ ኸም ዘይረኸብኩሉ ኽትፈልጡ፡ እንሆ፡ ናብ ወጻኢ አውጽኣልኩም ኣለኹ” በሎም። |
58,679 | tg_am | ጲላጦስ ከኣ ከም ብሓድሽ ናብ ወጻኢ ወጺኡ፡ “ሓንቲ በደል እኳ ኸም ዘይረኸብኩሉ ኽትፈልጡ፡ እንሆ፡ ናብ ወጻኢ አውጽኣልኩም ኣለኹ” በሎም። | ጲላጦስም ዳግመኛ ወደ ውጭ ወጥቶ “ምንም ጥፋት እንዳላገኘሁበት ታውቁ ዘንድ እነሆ ወደ ውጭ አወጣላችኋለሁ” አላቸው። |
58,680 | am_tg | በመሆኑም ኢየሱስ የእሾህ አክሊል እንደደፋና ሐምራዊ ልብስ እንደለበሰ ወደ ውጭ ወጣ። ጲላጦስም “እነሆ፣ ሰውየው!” አላቸው። | ሽዑ፡ የሱስ ኣኽሊል እሾዅ ደፊኡን ጁዅ ዝሕብሩ ወለል ዚብል ክዳን ተኸዲኑን ናብ ወጻኢ ወጸ። ጲላጦስ ድማ፡ “እንሆ፡ እቲ ሰብኣይ!” በሎም። |
58,681 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ ኣኽሊል እሾዅ ደፊኡን ጁዅ ዝሕብሩ ወለል ዚብል ክዳን ተኸዲኑን ናብ ወጻኢ ወጸ። ጲላጦስ ድማ፡ “እንሆ፡ እቲ ሰብኣይ!” በሎም። | በመሆኑም ኢየሱስ የእሾህ አክሊል እንደደፋና ሐምራዊ ልብስ እንደለበሰ ወደ ውጭ ወጣ። ጲላጦስም “እነሆ፣ ሰውየው!” አላቸው። |
58,682 | am_tg | ይሁን እንጂ የካህናት አለቆቹና የቤተ መቅደስ ጠባቂዎቹ ባዩት ጊዜ “ይሰቀል! ይሰቀል!” እያሉ ጮኹ። ጲላጦስም “እኔ ምንም ጥፋት ስላላገኘሁበት ራሳችሁ ወስዳችሁ ግደሉት” አላቸው። | ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣሕሉቕን ምስ ረኣይዎ ግና፡ “ስቐሎ! ስቐሎ!” ኢሎም ጫውጫው በሉ። ጲላጦስ ከኣ፡ “ኣነስ ሓንቲ በደል እኳ ኣይረኸብኩሉን እሞ፡ ንስኻትኩም ወሲድኩም ስቐልዎ” በሎም። |
58,683 | tg_am | ሊቃውንቲ ኻህናትን ኣሕሉቕን ምስ ረኣይዎ ግና፡ “ስቐሎ! ስቐሎ!” ኢሎም ጫውጫው በሉ። ጲላጦስ ከኣ፡ “ኣነስ ሓንቲ በደል እኳ ኣይረኸብኩሉን እሞ፡ ንስኻትኩም ወሲድኩም ስቐልዎ” በሎም። | ይሁን እንጂ የካህናት አለቆቹና የቤተ መቅደስ ጠባቂዎቹ ባዩት ጊዜ “ይሰቀል! ይሰቀል!” እያሉ ጮኹ። ጲላጦስም “እኔ ምንም ጥፋት ስላላገኘሁበት ራሳችሁ ወስዳችሁ ግደሉት” አላቸው። |
58,684 | am_tg | አይሁዳውያኑም “እኛ ሕግ አለን፤ ይህ ሰው ደግሞ ራሱን የአምላክ ልጅ ስላደረገ በሕጉ መሠረት መሞት አለበት” ሲሉ መለሱለት። | ኣይሁድ ድማ፡ “ንሕና ሕጊ ኣሎና፣ ንሱ ንርእሱ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዝገበረ ኸኣ፡ ብመሰረት እቲ ሕጊ ኺመውት ይግብኦ እዩ” ኢሎም መለሱሉ። |
58,685 | tg_am | ኣይሁድ ድማ፡ “ንሕና ሕጊ ኣሎና፣ ንሱ ንርእሱ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዝገበረ ኸኣ፡ ብመሰረት እቲ ሕጊ ኺመውት ይግብኦ እዩ” ኢሎም መለሱሉ። | አይሁዳውያኑም “እኛ ሕግ አለን፤ ይህ ሰው ደግሞ ራሱን የአምላክ ልጅ ስላደረገ በሕጉ መሠረት መሞት አለበት” ሲሉ መለሱለት። |
58,686 | am_tg | ጲላጦስ ያሉትን ነገር ሲሰማ ይበልጥ ፍርሃት አደረበት፤ | ጲላጦስ እዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ብዝያዳ ፈርሀ፣ |
58,687 | tg_am | ጲላጦስ እዚ ዘረባ እዚ ምስ ሰምዐ፡ ብዝያዳ ፈርሀ፣ | ጲላጦስ ያሉትን ነገር ሲሰማ ይበልጥ ፍርሃት አደረበት፤ |
58,688 | am_tg | ዳግመኛም ወደ ገዢው መኖሪያ ገብቶ ኢየሱስን “ለመሆኑ ከየት ነው የመጣኸው?” አለው። ኢየሱስ ግን ምንም መልስ አልሰጠውም። | ከም ብሓድሽ ናብ ቤት ሹም ኣተወ እሞ፡ ንየሱስ፡ “ካበይ ኢኻ፧” በሎ። የሱስ ግና ኣይመለሰሉን። |
58,689 | tg_am | ከም ብሓድሽ ናብ ቤት ሹም ኣተወ እሞ፡ ንየሱስ፡ “ካበይ ኢኻ፧” በሎ። የሱስ ግና ኣይመለሰሉን። | ዳግመኛም ወደ ገዢው መኖሪያ ገብቶ ኢየሱስን “ለመሆኑ ከየት ነው የመጣኸው?” አለው። ኢየሱስ ግን ምንም መልስ አልሰጠውም። |
58,690 | am_tg | ስለሆነም ጲላጦስ “መልስ አትሰጠኝም? ልፈታህም ሆነ ልገድልህ ሥልጣን እንዳለኝ አታውቅም?” አለው። | ጲላጦስ ከኣ፡ “ኣይትዛረበንን ዲኻ፧ ክፈትሓካ ስልጣን ከም ዘሎንን ክሰቕለካ ስልጣን ከም ዘሎንን ኣይትፈልጥን ዲኻ፧” በሎ። |
58,691 | tg_am | ጲላጦስ ከኣ፡ “ኣይትዛረበንን ዲኻ፧ ክፈትሓካ ስልጣን ከም ዘሎንን ክሰቕለካ ስልጣን ከም ዘሎንን ኣይትፈልጥን ዲኻ፧” በሎ። | ስለሆነም ጲላጦስ “መልስ አትሰጠኝም? ልፈታህም ሆነ ልገድልህ ሥልጣን እንዳለኝ አታውቅም?” አለው። |
58,692 | am_tg | ኢየሱስም “ከላይ ባይሰጥህ ኖሮ በእኔ ላይ ምንም ሥልጣን አይኖርህም ነበር። ለአንተ አሳልፎ የሰጠኝ ሰው የባሰ ኃጢአት ያለበት ለዚህ ነው” ሲል መለሰለት። | የሱስ ድማ፡ “ካብ ላዕሊ እንተ ዘይውሃበካስ፡ ኣባይ ስልጣን ኣይምሃለወካን ነይሩ። ስለዚ እዩ እቲ ናባኻ ኣሕሊፉ ዝሃበኒ ሰብ፡ ዝዓበየ ሓጢኣት ዘለዎ” ኢሉ መለሰሉ። |
58,693 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ካብ ላዕሊ እንተ ዘይውሃበካስ፡ ኣባይ ስልጣን ኣይምሃለወካን ነይሩ። ስለዚ እዩ እቲ ናባኻ ኣሕሊፉ ዝሃበኒ ሰብ፡ ዝዓበየ ሓጢኣት ዘለዎ” ኢሉ መለሰሉ። | ኢየሱስም “ከላይ ባይሰጥህ ኖሮ በእኔ ላይ ምንም ሥልጣን አይኖርህም ነበር። ለአንተ አሳልፎ የሰጠኝ ሰው የባሰ ኃጢአት ያለበት ለዚህ ነው” ሲል መለሰለት። |
58,694 | am_tg | ከዚህ የተነሳ ጲላጦስ ኢየሱስን መፍታት የሚችልበትን መንገድ ያስብ ጀመር፤ አይሁዳውያኑ ግን “ይህን ሰው ከፈታኸው አንተ የቄሳር ወዳጅ አይደለህም። ራሱን ንጉሥ የሚያደርግ ሰው ሁሉ የቄሳር ተቃዋሚ ነው” እያሉ ጮኹ። | ስለዚ፡ ጲላጦስ ኪፈትሖ መገዲ ይደሊ ነበረ። ኣይሁድ ግና፡ “ነዚ እንተ ፈቲሕካዮ፡ ፈታው ቄሳር ኣይኰንካን። ርእሱ ኼንግስ ዚደሊ ዅሉ፡ ንቄሳር ይጻረሮ እዩ” ኢሎም ጨደሩ። |
58,695 | tg_am | ስለዚ፡ ጲላጦስ ኪፈትሖ መገዲ ይደሊ ነበረ። ኣይሁድ ግና፡ “ነዚ እንተ ፈቲሕካዮ፡ ፈታው ቄሳር ኣይኰንካን። ርእሱ ኼንግስ ዚደሊ ዅሉ፡ ንቄሳር ይጻረሮ እዩ” ኢሎም ጨደሩ። | ከዚህ የተነሳ ጲላጦስ ኢየሱስን መፍታት የሚችልበትን መንገድ ያስብ ጀመር፤ አይሁዳውያኑ ግን “ይህን ሰው ከፈታኸው አንተ የቄሳር ወዳጅ አይደለህም። ራሱን ንጉሥ የሚያደርግ ሰው ሁሉ የቄሳር ተቃዋሚ ነው” እያሉ ጮኹ። |
58,696 | am_tg | ጲላጦስ ይህን ከሰማ በኋላ ኢየሱስን ወደ ውጭ አውጥቶ የድንጋይ ንጣፍ በተባለ ቦታ በፍርድ ወንበር ተቀመጠ፤ ይህ ቦታ በዕብራይስጥ ጋባታ ይባላል። | ጲላጦስ ነዚ ቓላት እዚ ምስ ሰምዐ፡ ንየሱስ ናብ ወጻኢ ወሲዱ፡ ኣብታ እምኒ እተነጽፋ፡ ብእብራይስጢ ድማ ገበታ፡ እትብሃል ቦታ ኣብ ዚርከብ መንበር ፍርዲ ተቐመጠ። |
58,697 | tg_am | ጲላጦስ ነዚ ቓላት እዚ ምስ ሰምዐ፡ ንየሱስ ናብ ወጻኢ ወሲዱ፡ ኣብታ እምኒ እተነጽፋ፡ ብእብራይስጢ ድማ ገበታ፡ እትብሃል ቦታ ኣብ ዚርከብ መንበር ፍርዲ ተቐመጠ። | ጲላጦስ ይህን ከሰማ በኋላ ኢየሱስን ወደ ውጭ አውጥቶ የድንጋይ ንጣፍ በተባለ ቦታ በፍርድ ወንበር ተቀመጠ፤ ይህ ቦታ በዕብራይስጥ ጋባታ ይባላል። |
58,698 | am_tg | ጊዜው የፋሲካ የዝግጅት ቀን ነበር፤ ሰዓቱ ደግሞ ስድስት ሰዓት ገደማ ነበር። ጲላጦስም አይሁዳውያኑን “እነሆ፣ ንጉሣችሁ!” አላቸው። | መዓልቲ ምድላው ፋስጋ ኸኣ ነበረ፣ ኣስታት ሻድሸይቲ ሰዓት ኣቢላ ድማ ነበረት። ንኣይሁድ ከኣ፡ “እንሆ፡ ንጉስኩም!” በሎም። |
58,699 | tg_am | መዓልቲ ምድላው ፋስጋ ኸኣ ነበረ፣ ኣስታት ሻድሸይቲ ሰዓት ኣቢላ ድማ ነበረት። ንኣይሁድ ከኣ፡ “እንሆ፡ ንጉስኩም!” በሎም። | ጊዜው የፋሲካ የዝግጅት ቀን ነበር፤ ሰዓቱ ደግሞ ስድስት ሰዓት ገደማ ነበር። ጲላጦስም አይሁዳውያኑን “እነሆ፣ ንጉሣችሁ!” አላቸው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.