Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
59,000 | am_tg | አይሁዳውያንም በጣም ተገርመው “ይህ ሰው ትምህርት ቤት ገብቶ ሳይማር ቅዱሳን መጻሕፍትን እንዴት እንዲህ ሊያውቅ ቻለ?” አሉ። | ስለዚ፡ ኣይሁድ፡ “እዝስ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ኸይተማህረ፡ ከመይ ገይሩ ቕዱሳት ጽሑፋት ይፈልጥ፧” ኢሎም ተገረሙ። |
59,001 | tg_am | ስለዚ፡ ኣይሁድ፡ “እዝስ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ኸይተማህረ፡ ከመይ ገይሩ ቕዱሳት ጽሑፋት ይፈልጥ፧” ኢሎም ተገረሙ። | አይሁዳውያንም በጣም ተገርመው “ይህ ሰው ትምህርት ቤት ገብቶ ሳይማር ቅዱሳን መጻሕፍትን እንዴት እንዲህ ሊያውቅ ቻለ?” አሉ። |
59,002 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “የማስተምረው ትምህርት የራሴ ሳይሆን ከላከኝ የመጣ ነው። | የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ትምህርተይሲ ናይቲ ዝለኣኸኒ እዩ እምበር፡ ናተይ ኣይኰነን። |
59,003 | tg_am | የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ትምህርተይሲ ናይቲ ዝለኣኸኒ እዩ እምበር፡ ናተይ ኣይኰነን። | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “የማስተምረው ትምህርት የራሴ ሳይሆን ከላከኝ የመጣ ነው። |
59,004 | am_tg | ማንም የእሱን ፈቃድ ማድረግ የሚፈልግ ከሆነ ይህ ትምህርት ከአምላክ የመጣ ይሁን ከራሴ ለይቶ ያውቃል። | ፍቓዱ ኺገብር ዚደሊ እንተሎ፡ ንሱ ብዛዕባ ትምህርተይ፡ ካብ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ወይስ ካብ ርእሰይ እዛረብ እንተ ኣልየ፡ ኪፈልጥ እዩ። |
59,005 | tg_am | ፍቓዱ ኺገብር ዚደሊ እንተሎ፡ ንሱ ብዛዕባ ትምህርተይ፡ ካብ ኣምላኽ እንተ ዀይኑ፡ ወይስ ካብ ርእሰይ እዛረብ እንተ ኣልየ፡ ኪፈልጥ እዩ። | ማንም የእሱን ፈቃድ ማድረግ የሚፈልግ ከሆነ ይህ ትምህርት ከአምላክ የመጣ ይሁን ከራሴ ለይቶ ያውቃል። |
59,006 | am_tg | ከራሱ አመንጭቶ የሚናገር ሁሉ ራሱ እንዲከበር ይፈልጋል፤ የላከው እንዲከበር የሚፈልግ ሁሉ ግን እሱ እውነተኛ ነው፤ በእሱም ዘንድ ዓመፅ የለም። | እቲ ኻብ ርእሱ ዚዛረብ፡ ክብሪ ርእሱ እዩ ዚደሊ፣ እቲ ነቲ ዝለኣኾ ኬኽብር ዚደሊ ግና፡ ንሱ ሓቀኛ እዩ፣ ኣብኡ ድማ ዓመጻ የልቦን። |
59,007 | tg_am | እቲ ኻብ ርእሱ ዚዛረብ፡ ክብሪ ርእሱ እዩ ዚደሊ፣ እቲ ነቲ ዝለኣኾ ኬኽብር ዚደሊ ግና፡ ንሱ ሓቀኛ እዩ፣ ኣብኡ ድማ ዓመጻ የልቦን። | ከራሱ አመንጭቶ የሚናገር ሁሉ ራሱ እንዲከበር ይፈልጋል፤ የላከው እንዲከበር የሚፈልግ ሁሉ ግን እሱ እውነተኛ ነው፤ በእሱም ዘንድ ዓመፅ የለም። |
59,008 | am_tg | ሕጉን የሰጣችሁ ሙሴ አይደለም? ሆኖም አንዳችሁም ሕጉን አትታዘዙም። እኔን ለመግደል የምትፈልጉት ለምንድን ነው?” | ሙሴዶ ሕጊ ኣይሃበኩምን፧ ካባኻትኩም ግና ሓደ እኳ ነቲ ሕጊ ዚእዘዞ የልቦን። ስለምንታይ ክትቀትሉኒ ትደልዩ ኣለኹም፧” |
59,009 | tg_am | ሙሴዶ ሕጊ ኣይሃበኩምን፧ ካባኻትኩም ግና ሓደ እኳ ነቲ ሕጊ ዚእዘዞ የልቦን። ስለምንታይ ክትቀትሉኒ ትደልዩ ኣለኹም፧” | ሕጉን የሰጣችሁ ሙሴ አይደለም? ሆኖም አንዳችሁም ሕጉን አትታዘዙም። እኔን ለመግደል የምትፈልጉት ለምንድን ነው?” |
59,010 | am_tg | ሕዝቡም “አንተ ጋኔን አለብህ። ሊገድልህ የፈለገው ደግሞ ማን ነው?” ብለው መለሱለት። | እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “ጋኔን ኣሎካ። መን እዩ ኪቐትለካ ዚደሊ፧” ኢሎም መለሱሉ። |
59,011 | tg_am | እቶም ህዝቢ ኸኣ፡ “ጋኔን ኣሎካ። መን እዩ ኪቐትለካ ዚደሊ፧” ኢሎም መለሱሉ። | ሕዝቡም “አንተ ጋኔን አለብህ። ሊገድልህ የፈለገው ደግሞ ማን ነው?” ብለው መለሱለት። |
59,012 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ነገር ስለሠራሁ ሁላችሁም ተደነቃችሁ። | የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ሓደ ግብሪ ገይረ እየ፣ ኵላትኩም ከኣ ተገሪምኩም ኢኹም። |
59,013 | tg_am | የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ሓደ ግብሪ ገይረ እየ፣ ኵላትኩም ከኣ ተገሪምኩም ኢኹም። | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “አንድ ነገር ስለሠራሁ ሁላችሁም ተደነቃችሁ። |
59,014 | am_tg | እስቲ ይህን ልብ በሉ፦ ሙሴ የግርዘትን ሕግ ሰጣችሁ (ይህ ሕግ የተሰጠው ከአባቶች ነው እንጂ ከሙሴ አይደለም)፤ እናንተም በሰንበት ሰው ትገርዛላችሁ። | ምእንቲ እዚ እዩ ሙሴ ግዝረት ሰሪዑልኩም፡—እዚ እኳ ኻብ ኣቦታት እዩ እምበር፡ ካብ ሙሴ ኣይኰነን፡—ንስኻትኩም ከኣ ንሰብ ብሰንበት ትገዝርዎ ኣለኹም። |
59,015 | tg_am | ምእንቲ እዚ እዩ ሙሴ ግዝረት ሰሪዑልኩም፡—እዚ እኳ ኻብ ኣቦታት እዩ እምበር፡ ካብ ሙሴ ኣይኰነን፡—ንስኻትኩም ከኣ ንሰብ ብሰንበት ትገዝርዎ ኣለኹም። | እስቲ ይህን ልብ በሉ፦ ሙሴ የግርዘትን ሕግ ሰጣችሁ (ይህ ሕግ የተሰጠው ከአባቶች ነው እንጂ ከሙሴ አይደለም)፤ እናንተም በሰንበት ሰው ትገርዛላችሁ። |
59,016 | am_tg | የሙሴ ሕግ እንዳይጣስ ሲባል በሰንበት ቀን ሰው የሚገረዝ ከሆነ እኔ በሰንበት አንድን ሰው መፈወሴ ይህን ያህል ሊያስቆጣችሁ ይገባል? | ሕጊ ሙሴ ምእንቲ ኸይጠሓስ፡ ሰብ ብሰንበት ዚግዘር ካብ ኰነ፡ ኣነ ንሰብ ኵለንትናኡ ብሰንበት ስለ ዘጥዓኽዎዶ ትንድሩ ኣለኹም፧ |
59,017 | tg_am | ሕጊ ሙሴ ምእንቲ ኸይጠሓስ፡ ሰብ ብሰንበት ዚግዘር ካብ ኰነ፡ ኣነ ንሰብ ኵለንትናኡ ብሰንበት ስለ ዘጥዓኽዎዶ ትንድሩ ኣለኹም፧ | የሙሴ ሕግ እንዳይጣስ ሲባል በሰንበት ቀን ሰው የሚገረዝ ከሆነ እኔ በሰንበት አንድን ሰው መፈወሴ ይህን ያህል ሊያስቆጣችሁ ይገባል? |
59,018 | am_tg | የሰውን ውጫዊ ገጽታ በማየት አትፍረዱ፤ ከዚህ ይልቅ በጽድቅ ፍረዱ።” | ቅኑዕ ፍርዲ ፍረዱ እምበር፡ ደጊም ደጋዊ ትርኢት ርኢኹም ኣይትፍረዱ።” |
59,019 | tg_am | ቅኑዕ ፍርዲ ፍረዱ እምበር፡ ደጊም ደጋዊ ትርኢት ርኢኹም ኣይትፍረዱ።” | የሰውን ውጫዊ ገጽታ በማየት አትፍረዱ፤ ከዚህ ይልቅ በጽድቅ ፍረዱ።” |
59,020 | am_tg | በዚህ ጊዜ ከኢየሩሳሌም ነዋሪዎች መካከል አንዳንዶቹ እንዲህ አሉ፦ “ሊገድሉት የሚፈልጉት ሰው ይህ አይደለም እንዴ? | ስለዚ፡ ገለ ኻብ ሰብ የሩሳሌም፡ “እቲ ኪቐትልዎ ዚደልዩስ እዚ ደይኰነን፧ |
59,021 | tg_am | ስለዚ፡ ገለ ኻብ ሰብ የሩሳሌም፡ “እቲ ኪቐትልዎ ዚደልዩስ እዚ ደይኰነን፧ | በዚህ ጊዜ ከኢየሩሳሌም ነዋሪዎች መካከል አንዳንዶቹ እንዲህ አሉ፦ “ሊገድሉት የሚፈልጉት ሰው ይህ አይደለም እንዴ? |
59,022 | am_tg | እሱ ግን ይኸው በአደባባይ እየተናገረ ነው፤ እነሱም ምንም አላሉትም። ገዢዎቹ ይህ ሰው በእርግጥ ክርስቶስ እንደሆነ አስበው ይሆን? | እንሆ ኸኣ፡ ብግህዶ ይዛረብ ኣሎ፡ ንሳቶም እውን ገለ ኣይብልዎን። ኣሕሉቕ ደዀን ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ብሓቂ ፈሊጦም ኰይኖም፧ |
59,023 | tg_am | እንሆ ኸኣ፡ ብግህዶ ይዛረብ ኣሎ፡ ንሳቶም እውን ገለ ኣይብልዎን። ኣሕሉቕ ደዀን ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ብሓቂ ፈሊጦም ኰይኖም፧ | እሱ ግን ይኸው በአደባባይ እየተናገረ ነው፤ እነሱም ምንም አላሉትም። ገዢዎቹ ይህ ሰው በእርግጥ ክርስቶስ እንደሆነ አስበው ይሆን? |
59,024 | am_tg | ሆኖም እኛ ይህ ሰው ከየት እንደመጣ እናውቃለን፤ ክርስቶስ ሲመጣ ግን ከየት እንደመጣ ማንም አያውቅም።” | ግናኸ፡ እዚ ኻበይ ምዃኑ ንፈልጦ ኢና፣ ክርስቶስ ኪመጽእ ከሎ ግና፡ ካበይ ምዃኑ ዚፈልጥ የልቦን” በሉ። |
59,025 | tg_am | ግናኸ፡ እዚ ኻበይ ምዃኑ ንፈልጦ ኢና፣ ክርስቶስ ኪመጽእ ከሎ ግና፡ ካበይ ምዃኑ ዚፈልጥ የልቦን” በሉ። | ሆኖም እኛ ይህ ሰው ከየት እንደመጣ እናውቃለን፤ ክርስቶስ ሲመጣ ግን ከየት እንደመጣ ማንም አያውቅም።” |
59,026 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ በቤተ መቅደሱ ውስጥ እያስተማረ ሳለ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ አለ፦ “እኔ ማን እንደሆንኩም ሆነ ከየት እንደመጣሁ ታውቃላችሁ። የመጣሁትም በራሴ ተነሳስቼ አይደለም፤ ሆኖም የላከኝ በእውን ያለ ነው፤ እናንተም አታውቁትም። | የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህር ከሎ ኸኣ፡ ዓው ኢሉ፡ “ንዓይ ትፈልጡኒ፡ ካበይ ምዃነይ እውን ትፈልጡ ኢኹም። ኣነ ብርእሰይ ኣይመጻእኩን፣ እቲ ዝለኣኸኒ ግና ናይ ሓቂ እዩ፡ ንስኻትኩም እውን ኣይትፈልጥዎን ኢኹም። |
59,027 | tg_am | የሱስ ኣብ ቤተ መቕደስ ኪምህር ከሎ ኸኣ፡ ዓው ኢሉ፡ “ንዓይ ትፈልጡኒ፡ ካበይ ምዃነይ እውን ትፈልጡ ኢኹም። ኣነ ብርእሰይ ኣይመጻእኩን፣ እቲ ዝለኣኸኒ ግና ናይ ሓቂ እዩ፡ ንስኻትኩም እውን ኣይትፈልጥዎን ኢኹም። | ከዚያም ኢየሱስ በቤተ መቅደሱ ውስጥ እያስተማረ ሳለ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ አለ፦ “እኔ ማን እንደሆንኩም ሆነ ከየት እንደመጣሁ ታውቃላችሁ። የመጣሁትም በራሴ ተነሳስቼ አይደለም፤ ሆኖም የላከኝ በእውን ያለ ነው፤ እናንተም አታውቁትም። |
59,028 | am_tg | እኔ ግን የእሱ ተወካይ ሆኜ የመጣሁ ስለሆንኩ አውቀዋለሁ፤ የላከኝም እሱ ነው።” | ኣነ ናቱ ወኪል ስለ ዝዀንኩ፡ ንሱ እውን ስለ ዝለኣኸኒ፡ እፈልጦ እየ” በለ። |
59,029 | tg_am | ኣነ ናቱ ወኪል ስለ ዝዀንኩ፡ ንሱ እውን ስለ ዝለኣኸኒ፡ እፈልጦ እየ” በለ። | እኔ ግን የእሱ ተወካይ ሆኜ የመጣሁ ስለሆንኩ አውቀዋለሁ፤ የላከኝም እሱ ነው።” |
59,030 | am_tg | በመሆኑም ሊይዙት ፈለጉ፤ ሆኖም ሰዓቱ ገና ስላልደረሰ ማንም አልያዘውም። | ስለዚ፡ ኪሕዝዎ ደለዩ፣ ግዜኡ ገና ስለ ዘይኣኸለ ግና፡ ኢዱ ዘልዓለሉ ኣይነበረን። |
59,031 | tg_am | ስለዚ፡ ኪሕዝዎ ደለዩ፣ ግዜኡ ገና ስለ ዘይኣኸለ ግና፡ ኢዱ ዘልዓለሉ ኣይነበረን። | በመሆኑም ሊይዙት ፈለጉ፤ ሆኖም ሰዓቱ ገና ስላልደረሰ ማንም አልያዘውም። |
59,032 | am_tg | ይሁንና ከሕዝቡ መካከል ብዙዎች በእሱ አምነው “ክርስቶስስ በሚመጣበት ጊዜ ይህ ሰው ካደረገው የበለጠ ብዙ ተአምራዊ ምልክት ያደርጋል እንዴ?” ይሉ ነበር። | ብዙሓት ካብቶም ህዝቢ ኸኣ ብእኡ ኣመኑ፣ “ክርስቶስ ምስ ዚመጽእከ፡ ካብዚ ንሱ ዝገበሮ ዚበዝሕ ትእምርትታትዶ ኺገብር ኰይኑ፧” እውን ይብሉ ነበሩ። |
59,033 | tg_am | ብዙሓት ካብቶም ህዝቢ ኸኣ ብእኡ ኣመኑ፣ “ክርስቶስ ምስ ዚመጽእከ፡ ካብዚ ንሱ ዝገበሮ ዚበዝሕ ትእምርትታትዶ ኺገብር ኰይኑ፧” እውን ይብሉ ነበሩ። | ይሁንና ከሕዝቡ መካከል ብዙዎች በእሱ አምነው “ክርስቶስስ በሚመጣበት ጊዜ ይህ ሰው ካደረገው የበለጠ ብዙ ተአምራዊ ምልክት ያደርጋል እንዴ?” ይሉ ነበር። |
59,034 | am_tg | ፈሪሳውያን ሕዝቡ በጉምጉምታ ስለ እሱ የሚያወራውን ነገር ሰሙ፤ የካህናት አለቆቹና ፈሪሳውያኑም ይይዙት ዘንድ የቤተ መቅደስ ጠባቂዎችን ላኩ። | ፈሪሳውያን ድማ እቶም ህዝቢ ብዛዕባኡ እዚ ኢሎም ኬጕረምርሙ ኸለዉ ሰምዑ፣ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ከኣ ኪሕዝዎ ገላዉኦም ለኣኹ። |
59,035 | tg_am | ፈሪሳውያን ድማ እቶም ህዝቢ ብዛዕባኡ እዚ ኢሎም ኬጕረምርሙ ኸለዉ ሰምዑ፣ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ከኣ ኪሕዝዎ ገላዉኦም ለኣኹ። | ፈሪሳውያን ሕዝቡ በጉምጉምታ ስለ እሱ የሚያወራውን ነገር ሰሙ፤ የካህናት አለቆቹና ፈሪሳውያኑም ይይዙት ዘንድ የቤተ መቅደስ ጠባቂዎችን ላኩ። |
59,036 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “ከእናንተ ጋር የምቆየው ለጥቂት ጊዜ ነው፤ ከዚያም ወደ ላከኝ እሄዳለሁ። | ሽዑ፡ የሱስ፡ “ናብቲ ዝለኣኸኒ ኽሳዕ ዝኸይድ፡ ገና ቝሩብ እዋን ምሳኻትኩም እየ። |
59,037 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ፡ “ናብቲ ዝለኣኸኒ ኽሳዕ ዝኸይድ፡ ገና ቝሩብ እዋን ምሳኻትኩም እየ። | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “ከእናንተ ጋር የምቆየው ለጥቂት ጊዜ ነው፤ ከዚያም ወደ ላከኝ እሄዳለሁ። |
59,038 | am_tg | እናንተ ትፈልጉኛላችሁ፤ ግን አታገኙኝም፤ ወደምሄድበትም ልትመጡ አትችሉም።” | ክትደልዩኒ፡ ግናኸ ኣይክትረኽቡንን ኢኹም፣ ናብቲ ኣነ ዘለኽዎ ኸኣ ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም” በለ። |
59,039 | tg_am | ክትደልዩኒ፡ ግናኸ ኣይክትረኽቡንን ኢኹም፣ ናብቲ ኣነ ዘለኽዎ ኸኣ ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም” በለ። | እናንተ ትፈልጉኛላችሁ፤ ግን አታገኙኝም፤ ወደምሄድበትም ልትመጡ አትችሉም።” |
59,040 | am_tg | በዚህ ጊዜ አይሁዳውያን እርስ በርሳቸው እንዲህ ተባባሉ፦ “ይህ ሰው ልናገኘው የማንችለው ወዴት ሊሄድ ቢያስብ ነው? በግሪካውያን መካከል ተበታትነው ወደሚገኙት አይሁዳውያን ሄዶ ግሪካውያንን ሊያስተምር አስቦ ይሆን እንዴ? | ስለዚ፡ ኣይሁድ ንሓድሕዶም፡ “ንሕና ዘይንረኽቦስ፡ እዚ ናበይ ኰን እዩ ኪኸይድ ሓሊኑ፧ ናብቶም ኣብ መንጎ ግሪኻውያን ተበቲኖም ዘለዉ ኣይሁድ ደዀን ኪኸይድ እሞ፡ ንግሪኻውያን ኪምህር ሓሊኑ፧ |
59,041 | tg_am | ስለዚ፡ ኣይሁድ ንሓድሕዶም፡ “ንሕና ዘይንረኽቦስ፡ እዚ ናበይ ኰን እዩ ኪኸይድ ሓሊኑ፧ ናብቶም ኣብ መንጎ ግሪኻውያን ተበቲኖም ዘለዉ ኣይሁድ ደዀን ኪኸይድ እሞ፡ ንግሪኻውያን ኪምህር ሓሊኑ፧ | በዚህ ጊዜ አይሁዳውያን እርስ በርሳቸው እንዲህ ተባባሉ፦ “ይህ ሰው ልናገኘው የማንችለው ወዴት ሊሄድ ቢያስብ ነው? በግሪካውያን መካከል ተበታትነው ወደሚገኙት አይሁዳውያን ሄዶ ግሪካውያንን ሊያስተምር አስቦ ይሆን እንዴ? |
59,042 | am_tg | ‘ትፈልጉኛላችሁ፤ ግን አታገኙኝም፤ ወደምሄድበትም ልትመጡ አትችሉም’ ሲል ምን ማለቱ ይሆን?” | ‘ክትደልዩኒ፡ ግናኸ ኣይክትረኽቡንን ኢኹም፣ ናብቲ ኣነ ዘለኽዎ ኸኣ ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዚብሎ ዘረባኸ እንታይ ማለት እዩ፧” ተባሃሃሉ። |
59,043 | tg_am | ‘ክትደልዩኒ፡ ግናኸ ኣይክትረኽቡንን ኢኹም፣ ናብቲ ኣነ ዘለኽዎ ኸኣ ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዚብሎ ዘረባኸ እንታይ ማለት እዩ፧” ተባሃሃሉ። | ‘ትፈልጉኛላችሁ፤ ግን አታገኙኝም፤ ወደምሄድበትም ልትመጡ አትችሉም’ ሲል ምን ማለቱ ይሆን?” |
59,044 | am_tg | የበዓሉ መጨረሻ በሆነው በታላቁ ቀን ኢየሱስ ቆሞ ከፍ ባለ ድምፅ እንዲህ አለ፦ “የተጠማ ካለ ወደ እኔ ይምጣና ይጠጣ። | በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ፡ በታ ዓባይ መዓልቲ በዓል፡ የሱስ ደው ኢሉ ኸምዚ ኢሉ ጨደረ፦ “ዝጸምአ እንተሎ፡ ናባይ ይምጻእ እሞ ይስተ። |
59,045 | tg_am | በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ፡ በታ ዓባይ መዓልቲ በዓል፡ የሱስ ደው ኢሉ ኸምዚ ኢሉ ጨደረ፦ “ዝጸምአ እንተሎ፡ ናባይ ይምጻእ እሞ ይስተ። | የበዓሉ መጨረሻ በሆነው በታላቁ ቀን ኢየሱስ ቆሞ ከፍ ባለ ድምፅ እንዲህ አለ፦ “የተጠማ ካለ ወደ እኔ ይምጣና ይጠጣ። |
59,046 | am_tg | በእኔ የሚያምን ሁሉ ቅዱስ መጽሐፉ እንደሚለው ‘ሕይወት የሚሰጥ የውኃ ጅረት ከውስጡ ይፈስሳል።’” | ብኣይ ዚኣምን፡ ከምቲ ቕዱስ ጽሑፍ ዚብሎ፡ ‘ካብ ውሽጡ ርባታት ማይ ህይወት ኪውሕዝ እዩ።’” |
59,047 | tg_am | ብኣይ ዚኣምን፡ ከምቲ ቕዱስ ጽሑፍ ዚብሎ፡ ‘ካብ ውሽጡ ርባታት ማይ ህይወት ኪውሕዝ እዩ።’” | በእኔ የሚያምን ሁሉ ቅዱስ መጽሐፉ እንደሚለው ‘ሕይወት የሚሰጥ የውኃ ጅረት ከውስጡ ይፈስሳል።’” |
59,048 | am_tg | ይሁን እንጂ ይህን ሲል በእሱ የሚያምኑ ስለሚቀበሉት መንፈስ መናገሩ ነበር፤ ምክንያቱም ኢየሱስ ክብሩን ገና ስላልተጎናጸፈ መንፈስ አልተሰጠም ነበር። | የሱስ ገና ስለ ዘይከበረ፡ መንፈስ ኣይወረደን ነበረ እሞ፡ እዚ ብዛዕባ እቲ እቶም ብእኡ ዚኣምኑ ኪቕበልዎ ዘለዎም መንፈስ እዩ ዝበለ። |
59,049 | tg_am | የሱስ ገና ስለ ዘይከበረ፡ መንፈስ ኣይወረደን ነበረ እሞ፡ እዚ ብዛዕባ እቲ እቶም ብእኡ ዚኣምኑ ኪቕበልዎ ዘለዎም መንፈስ እዩ ዝበለ። | ይሁን እንጂ ይህን ሲል በእሱ የሚያምኑ ስለሚቀበሉት መንፈስ መናገሩ ነበር፤ ምክንያቱም ኢየሱስ ክብሩን ገና ስላልተጎናጸፈ መንፈስ አልተሰጠም ነበር። |
59,050 | am_tg | ከሕዝቡ መካከል አንዳንዶች ይህን ቃል ሲሰሙ “ይህ ሰው በእርግጥ ነቢዩ ነው” ይሉ ጀመር። | ገለ ኻብቶም እዚ ቓላት እዚ ዝሰምዑ ህዝቢ፡ “እዚ ብሓቂ እቲ ነብዪ እዩ” በሉ። |
59,051 | tg_am | ገለ ኻብቶም እዚ ቓላት እዚ ዝሰምዑ ህዝቢ፡ “እዚ ብሓቂ እቲ ነብዪ እዩ” በሉ። | ከሕዝቡ መካከል አንዳንዶች ይህን ቃል ሲሰሙ “ይህ ሰው በእርግጥ ነቢዩ ነው” ይሉ ጀመር። |
59,052 | am_tg | ሌሎችም “ይህ ክርስቶስ ነው” ይሉ ነበር። አንዳንዶች ግን እንዲህ አሉ፦ “ክርስቶስ የሚመጣው ከገሊላ ነው እንዴ? | ካልኦት እውን፡ “እዚ ክርስቶስ እዩ” ይብሉ ነበሩ። ገሊኣቶም ግና፡ “ክርስቶስ ደዀን ካብ ገሊላ ዚመጽእ ኰይኑ፧ |
59,053 | tg_am | ካልኦት እውን፡ “እዚ ክርስቶስ እዩ” ይብሉ ነበሩ። ገሊኣቶም ግና፡ “ክርስቶስ ደዀን ካብ ገሊላ ዚመጽእ ኰይኑ፧ | ሌሎችም “ይህ ክርስቶስ ነው” ይሉ ነበር። አንዳንዶች ግን እንዲህ አሉ፦ “ክርስቶስ የሚመጣው ከገሊላ ነው እንዴ? |
59,054 | am_tg | ቅዱስ መጽሐፉ ክርስቶስ ከዳዊት ዘርና ዳዊት ከኖረበት መንደር ከቤተልሔም እንደሚመጣ ይናገር የለም?” | እቲ ቕዱስ ጽሑፍ፡ ክርስቶስ ካብ ዘርኢ ዳዊት፡ ካብታ ዳዊት ዝነበራ ቝሸት ቤት-ልሄም ከም ዚመጽእ ደይኰነን ዚብል፧” ይብሉ ነበሩ። |
59,055 | tg_am | እቲ ቕዱስ ጽሑፍ፡ ክርስቶስ ካብ ዘርኢ ዳዊት፡ ካብታ ዳዊት ዝነበራ ቝሸት ቤት-ልሄም ከም ዚመጽእ ደይኰነን ዚብል፧” ይብሉ ነበሩ። | ቅዱስ መጽሐፉ ክርስቶስ ከዳዊት ዘርና ዳዊት ከኖረበት መንደር ከቤተልሔም እንደሚመጣ ይናገር የለም?” |
59,056 | am_tg | ስለዚህ እሱን በተመለከተ በሕዝቡ መካከል ክፍፍል ተፈጠረ። | ስለዚ፡ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ፡ ብዛዕባኡ ፍልልይ ኰነ። |
59,057 | tg_am | ስለዚ፡ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ፡ ብዛዕባኡ ፍልልይ ኰነ። | ስለዚህ እሱን በተመለከተ በሕዝቡ መካከል ክፍፍል ተፈጠረ። |
59,058 | am_tg | ይሁንና አንዳንዶቹ ሊይዙት ፈልገው ነበር፤ ሆኖም አንድም ሰው አልያዘውም። | ገሊኣቶም ግና ኪሕዝዎ ደለዩ፣ ብኣእዳዉ ዝተንከዮ ግና ኣይነበረን። |
59,059 | tg_am | ገሊኣቶም ግና ኪሕዝዎ ደለዩ፣ ብኣእዳዉ ዝተንከዮ ግና ኣይነበረን። | ይሁንና አንዳንዶቹ ሊይዙት ፈልገው ነበር፤ ሆኖም አንድም ሰው አልያዘውም። |
59,060 | am_tg | ከዚያም የቤተ መቅደሱ ጠባቂዎች ወደ ካህናት አለቆቹና ወደ ፈሪሳውያኑ ተመልሰው ሄዱ፤ እነሱም ጠባቂዎቹን “ለምን ይዛችሁት አልመጣችሁም?” አሏቸው። | እቶም ገላዉ ኸኣ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ተመልሱ፣ ንሳቶም ድማ፡ “ስለምንታይከ ዘየምጻእኩምዎ፧” በልዎም። |
59,061 | tg_am | እቶም ገላዉ ኸኣ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን ተመልሱ፣ ንሳቶም ድማ፡ “ስለምንታይከ ዘየምጻእኩምዎ፧” በልዎም። | ከዚያም የቤተ መቅደሱ ጠባቂዎች ወደ ካህናት አለቆቹና ወደ ፈሪሳውያኑ ተመልሰው ሄዱ፤ እነሱም ጠባቂዎቹን “ለምን ይዛችሁት አልመጣችሁም?” አሏቸው። |
59,062 | am_tg | ጠባቂዎቹም “ማንም ሰው እንደዚህ ተናግሮ አያውቅም” ብለው መለሱ። | እቶም ገላዉ ኸኣ፡ “ከምዚ ገይሩ እተዛረበ ሰብ ከቶ የልቦን” ኢሎም መለሱሎም። |
59,063 | tg_am | እቶም ገላዉ ኸኣ፡ “ከምዚ ገይሩ እተዛረበ ሰብ ከቶ የልቦን” ኢሎም መለሱሎም። | ጠባቂዎቹም “ማንም ሰው እንደዚህ ተናግሮ አያውቅም” ብለው መለሱ። |
59,064 | am_tg | ፈሪሳውያኑ ግን እንዲህ አሏቸው፦ “እናንተም ተታለላችሁ? | ፈሪሳውያን ከኣ፡ “ንስኻትኩም እውንዶ ስሒትኩም ኢኹም፧ |
59,065 | tg_am | ፈሪሳውያን ከኣ፡ “ንስኻትኩም እውንዶ ስሒትኩም ኢኹም፧ | ፈሪሳውያኑ ግን እንዲህ አሏቸው፦ “እናንተም ተታለላችሁ? |
59,066 | am_tg | ከገዢዎች ወይም ከፈሪሳውያን መካከል በእሱ ያመነ አለ? | ካብ ኣሕሉቕ ወይ ካብ ፈሪሳውያንከ ብእኡ ዝኣመነዶ ኣሎ፧ |
59,067 | tg_am | ካብ ኣሕሉቕ ወይ ካብ ፈሪሳውያንከ ብእኡ ዝኣመነዶ ኣሎ፧ | ከገዢዎች ወይም ከፈሪሳውያን መካከል በእሱ ያመነ አለ? |
59,068 | am_tg | ሕጉን የማያውቀው ይህ ሕዝብ ግን የተረገመ ነው።” | እዚ ሕጊ ዘይፈልጥ ህዝቢ እዚ ግና፡ ርጉም እዩ” ኢሎም መለሱሎም። |
59,069 | tg_am | እዚ ሕጊ ዘይፈልጥ ህዝቢ እዚ ግና፡ ርጉም እዩ” ኢሎም መለሱሎም። | ሕጉን የማያውቀው ይህ ሕዝብ ግን የተረገመ ነው።” |
59,070 | am_tg | ቀደም ሲል ወደ ኢየሱስ መጥቶ የነበረውና ከእነሱ አንዱ የሆነው ኒቆዲሞስ እንዲህ አላቸው፦ | እቲ ቕድም ናብ የሱስ መጺኡ ዝነበረ፡ ሓደ ኻባታቶም ድማ ዝነበረ ኒቆዲሞስ፡ |
59,071 | tg_am | እቲ ቕድም ናብ የሱስ መጺኡ ዝነበረ፡ ሓደ ኻባታቶም ድማ ዝነበረ ኒቆዲሞስ፡ | ቀደም ሲል ወደ ኢየሱስ መጥቶ የነበረውና ከእነሱ አንዱ የሆነው ኒቆዲሞስ እንዲህ አላቸው፦ |
59,072 | am_tg | “ሕጋችን በመጀመሪያ ግለሰቡ የሚለውን ሳይሰማና ምን እያደረገ እንዳለ ሳያውቅ ይፈርድበታል?” | “ሕግናዶ ንሰብ፡ ቅድም ከይተሰምዐን ዝገበሮ ኸይተፈልጠን ይፈርዶ እዩ፧” በሎም። |
59,073 | tg_am | “ሕግናዶ ንሰብ፡ ቅድም ከይተሰምዐን ዝገበሮ ኸይተፈልጠን ይፈርዶ እዩ፧” በሎም። | “ሕጋችን በመጀመሪያ ግለሰቡ የሚለውን ሳይሰማና ምን እያደረገ እንዳለ ሳያውቅ ይፈርድበታል?” |
59,074 | am_tg | እነሱም “አንተም ደግሞ ከገሊላ ነህ? ከገሊላ አንድም ነቢይ እንደማይነሳ ቅዱሳን መጻሕፍትን መርምረህ ተረዳ” አሉት። | ንሳቶም ከኣ፡ “ንስኻ እውንዶ ኻብ ገሊላ ኢኻ፧ መርምር እሞ፡ ካብ ገሊላ ነብዪ ኸም ዘይትንስእ ክትርኢ ኢኻ” ኢሎም መለሱሉ። |
59,075 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ንስኻ እውንዶ ኻብ ገሊላ ኢኻ፧ መርምር እሞ፡ ካብ ገሊላ ነብዪ ኸም ዘይትንስእ ክትርኢ ኢኻ” ኢሎም መለሱሉ። | እነሱም “አንተም ደግሞ ከገሊላ ነህ? ከገሊላ አንድም ነቢይ እንደማይነሳ ቅዱሳን መጻሕፍትን መርምረህ ተረዳ” አሉት። |
59,076 | am_tg | የፋሲካ በዓል ተቃርቦ በነበረበት ወቅት ኢየሱስ ይህን ዓለም ትቶ ወደ አብ የሚሄድበት ሰዓት እንደደረሰ ስላወቀ በዓለም የነበሩትንና የወደዳቸውን ተከታዮቹን እስከ መጨረሻው ወደዳቸው። | የሱስ፡ ቅድሚ በዓል ፋስጋ፡ ካብዛ ዓለም እዚኣ ናብ ኣቦኡ ዚኸደላ ሰዓቱ ኸም ዝኣኸለት ስለ ዝፈለጠ፡ ነቶም ዘፍቀሮም ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዘለዉ ናቱ፡ ክሳዕ መወዳእታ ኣፍቀሮም። |
59,077 | tg_am | የሱስ፡ ቅድሚ በዓል ፋስጋ፡ ካብዛ ዓለም እዚኣ ናብ ኣቦኡ ዚኸደላ ሰዓቱ ኸም ዝኣኸለት ስለ ዝፈለጠ፡ ነቶም ዘፍቀሮም ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዘለዉ ናቱ፡ ክሳዕ መወዳእታ ኣፍቀሮም። | የፋሲካ በዓል ተቃርቦ በነበረበት ወቅት ኢየሱስ ይህን ዓለም ትቶ ወደ አብ የሚሄድበት ሰዓት እንደደረሰ ስላወቀ በዓለም የነበሩትንና የወደዳቸውን ተከታዮቹን እስከ መጨረሻው ወደዳቸው። |
59,078 | am_tg | በዚህ ጊዜ ራት እየበሉ ነበር። ዲያብሎስ በስምዖን ልጅ በአስቆሮቱ ይሁዳ ልብ ውስጥ ኢየሱስን አሳልፎ የመስጠት ሐሳብ አሳድሮ ነበር። | ኪድረሩ ኸለዉ ኸኣ፡ ድያብሎስ ናብ ልቢ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ወዲ ስምኦን፡ ኣሕሊፉ ኺህቦ ድሮ ሓሳብ ኣእትዩ ነበረ። |
59,079 | tg_am | ኪድረሩ ኸለዉ ኸኣ፡ ድያብሎስ ናብ ልቢ ይሁዳ ኣስቆሮታዊ ወዲ ስምኦን፡ ኣሕሊፉ ኺህቦ ድሮ ሓሳብ ኣእትዩ ነበረ። | በዚህ ጊዜ ራት እየበሉ ነበር። ዲያብሎስ በስምዖን ልጅ በአስቆሮቱ ይሁዳ ልብ ውስጥ ኢየሱስን አሳልፎ የመስጠት ሐሳብ አሳድሮ ነበር። |
59,080 | am_tg | ኢየሱስ፣ አብ ሁሉን ነገር በእጁ እንደሰጠው እንዲሁም ከአምላክ እንደመጣና ወደ አምላክ እንደሚሄድ ያውቅ ስለነበር | የሱስ ከኣ ኣቦ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኸም ዝሃቦን ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጸን ናብ ኣምላኽ ከም ዚኸይድን ፈሊጡ፡ |
59,081 | tg_am | የሱስ ከኣ ኣቦ ንዅሉ ኣብ ኢዱ ኸም ዝሃቦን ካብ ኣምላኽ ከም ዝመጸን ናብ ኣምላኽ ከም ዚኸይድን ፈሊጡ፡ | ኢየሱስ፣ አብ ሁሉን ነገር በእጁ እንደሰጠው እንዲሁም ከአምላክ እንደመጣና ወደ አምላክ እንደሚሄድ ያውቅ ስለነበር |
59,082 | am_tg | ከራት ተነስቶ መደረቢያውን አስቀመጠ። ፎጣ ወስዶም ወገቡ ላይ አሸረጠ። | ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ። ዓለባ ኣልዒሉ እውን ተዓጥቀ። |
59,083 | tg_am | ካብ ድራር ተንሲኡ ኽዳውንቱ ኣንበረ። ዓለባ ኣልዒሉ እውን ተዓጥቀ። | ከራት ተነስቶ መደረቢያውን አስቀመጠ። ፎጣ ወስዶም ወገቡ ላይ አሸረጠ። |
59,084 | am_tg | ከዚያም በመታጠቢያ ዕቃ ውስጥ ውኃ ጨምሮ የደቀ መዛሙርቱን እግር ማጠብና ባሸረጠው ፎጣ ማድረቅ ጀመረ። | ድሕሪኡ፡ ማይ ኣብ ገበራ ኣዕሪቑ፡ ኣእጋር እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኺሓጽብን በቲ እተዓጥቆ ዓለባ ገይሩ ኼንቅጽን ጀመረ። |
59,085 | tg_am | ድሕሪኡ፡ ማይ ኣብ ገበራ ኣዕሪቑ፡ ኣእጋር እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኺሓጽብን በቲ እተዓጥቆ ዓለባ ገይሩ ኼንቅጽን ጀመረ። | ከዚያም በመታጠቢያ ዕቃ ውስጥ ውኃ ጨምሮ የደቀ መዛሙርቱን እግር ማጠብና ባሸረጠው ፎጣ ማድረቅ ጀመረ። |
59,086 | am_tg | ከዚያም ወደ ስምዖን ጴጥሮስ መጣ። ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ እግሬን ልታጥብ ነው?” አለው። | ናብ ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ መጸ። ንሱ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻዶ ኣእጋረይ ክትሓጽበኒ ኢኻ፧” በሎ። |
59,087 | tg_am | ናብ ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ መጸ። ንሱ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻዶ ኣእጋረይ ክትሓጽበኒ ኢኻ፧” በሎ። | ከዚያም ወደ ስምዖን ጴጥሮስ መጣ። ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ እግሬን ልታጥብ ነው?” አለው። |
59,088 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ “እያደረግኩት ያለውን ነገር አሁን አትረዳውም፤ በኋላ ግን ትረዳዋለህ” አለው። | የሱስ ከኣ፡ “እቲ ኣነ ዝገብሮ ዘለኹ፡ ሕጂ ኣይትርድኦን ኢኻ፣ ድሕርዚ ግና ክትርድኦ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። |
59,089 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “እቲ ኣነ ዝገብሮ ዘለኹ፡ ሕጂ ኣይትርድኦን ኢኻ፣ ድሕርዚ ግና ክትርድኦ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። | ኢየሱስም መልሶ “እያደረግኩት ያለውን ነገር አሁን አትረዳውም፤ በኋላ ግን ትረዳዋለህ” አለው። |
59,090 | am_tg | ጴጥሮስም “በፍጹም እግሬን አታጥብም” አለው። በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “ካላጠብኩህ ከእኔ ጋር ምንም ድርሻ አይኖርህም” ሲል መለሰለት። | ጴጥሮስ ድማ፡ “ከቶ ኣእጋረይ ኣይክትሓጽበንን ኢኻ” በሎ። የሱስ ከኣ፡ “ኣነ እንተ ዘይሓጺበካስ፡ ምሳይ ግደ የብልካን” ኢሉ መለሰሉ። |
59,091 | tg_am | ጴጥሮስ ድማ፡ “ከቶ ኣእጋረይ ኣይክትሓጽበንን ኢኻ” በሎ። የሱስ ከኣ፡ “ኣነ እንተ ዘይሓጺበካስ፡ ምሳይ ግደ የብልካን” ኢሉ መለሰሉ። | ጴጥሮስም “በፍጹም እግሬን አታጥብም” አለው። በዚህ ጊዜ ኢየሱስ “ካላጠብኩህ ከእኔ ጋር ምንም ድርሻ አይኖርህም” ሲል መለሰለት። |
59,092 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ እግሬን ብቻ ሳይሆን እጄንና ራሴንም እጠበኝ” አለው። | ስምኦን ጴጥሮስ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ኣእዳወይን ርእሰይን እውን ሕጸበኒ እምበር፡ ኣእጋረይ ጥራይ ኣይኰነን” በሎ። |
59,093 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ኣእዳወይን ርእሰይን እውን ሕጸበኒ እምበር፡ ኣእጋረይ ጥራይ ኣይኰነን” በሎ። | ስምዖን ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ እግሬን ብቻ ሳይሆን እጄንና ራሴንም እጠበኝ” አለው። |
59,094 | am_tg | ኢየሱስም “ገላውን የታጠበ ሁለመናው ንጹሕ በመሆኑ ከእግሩ በስተቀር መታጠብ አያስፈልገውም። እናንተ ንጹሐን ናችሁ፤ ሁላችሁም ግን አይደላችሁም” አለው። | የሱስ ከኣ፡ “እቲ እተሓጽበ፡ ኵለንትናኡ ንጹህ እዩ እምበር፡ ብዘይካ ኣእጋሩ፡ ኪሕጸብ ኣየድልዮን እዩ። ንስኻትኩም ንጹሃት ኢኹም፣ ግናኸ፡ ኵላትኩም ኣይኰንኩምን” በለ። |
59,095 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “እቲ እተሓጽበ፡ ኵለንትናኡ ንጹህ እዩ እምበር፡ ብዘይካ ኣእጋሩ፡ ኪሕጸብ ኣየድልዮን እዩ። ንስኻትኩም ንጹሃት ኢኹም፣ ግናኸ፡ ኵላትኩም ኣይኰንኩምን” በለ። | ኢየሱስም “ገላውን የታጠበ ሁለመናው ንጹሕ በመሆኑ ከእግሩ በስተቀር መታጠብ አያስፈልገውም። እናንተ ንጹሐን ናችሁ፤ ሁላችሁም ግን አይደላችሁም” አለው። |
59,096 | am_tg | ምክንያቱም አሳልፎ የሚሰጠው ሰው ማን እንደሆነ ያውቅ ነበር። “ሁላችሁም ንጹሐን አይደላችሁም” ያለው ለዚህ ነው። | ከመይሲ፡ ነቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ይፈልጦ ነበረ። ስለዚ ኸኣ እዩ፡ “ኵላትኩም ንጹሃት ኣይኰንኩምን” ዝበለ። |
59,097 | tg_am | ከመይሲ፡ ነቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ይፈልጦ ነበረ። ስለዚ ኸኣ እዩ፡ “ኵላትኩም ንጹሃት ኣይኰንኩምን” ዝበለ። | ምክንያቱም አሳልፎ የሚሰጠው ሰው ማን እንደሆነ ያውቅ ነበር። “ሁላችሁም ንጹሐን አይደላችሁም” ያለው ለዚህ ነው። |
59,098 | am_tg | እግራቸውን አጥቦ ካበቃና መደረቢያውን ለብሶ ዳግመኛ በማዕድ ከተቀመጠ በኋላ እንዲህ አላቸው፦ “ምን እንዳደረግኩላችሁ አስተዋላችሁ? | ኣእጋሮም ምስ ሓጸበን ክዳውንቱ ምስ ተኸድነን፡ ከም ብሓድሽ ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ ኸምዚ በሎም፦ “እንታይ ከም ዝገበርኩልኩምሲ ተረዲእኩምዶ፧ |
59,099 | tg_am | ኣእጋሮም ምስ ሓጸበን ክዳውንቱ ምስ ተኸድነን፡ ከም ብሓድሽ ኣብ መኣዲ ተቐሚጡ ኸምዚ በሎም፦ “እንታይ ከም ዝገበርኩልኩምሲ ተረዲእኩምዶ፧ | እግራቸውን አጥቦ ካበቃና መደረቢያውን ለብሶ ዳግመኛ በማዕድ ከተቀመጠ በኋላ እንዲህ አላቸው፦ “ምን እንዳደረግኩላችሁ አስተዋላችሁ? |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.