Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
59,100 | am_tg | እናንተ ‘መምህር’ እና ‘ጌታ’ ብላችሁ ትጠሩኛላችሁ፤ እንደዚያ ስለሆንኩም እንዲህ ብላችሁ መጥራታችሁ ትክክል ነው። | ንስኻትኩም፡ ‘መምህር’ን ‘ጐይታ’ን ትብሉኒ ኣለኹም፣ ኣነ ኸምኡ እየ እሞ፡ ቅኑዕ ትዛረቡ ኣለኹም። |
59,101 | tg_am | ንስኻትኩም፡ ‘መምህር’ን ‘ጐይታ’ን ትብሉኒ ኣለኹም፣ ኣነ ኸምኡ እየ እሞ፡ ቅኑዕ ትዛረቡ ኣለኹም። | እናንተ ‘መምህር’ እና ‘ጌታ’ ብላችሁ ትጠሩኛላችሁ፤ እንደዚያ ስለሆንኩም እንዲህ ብላችሁ መጥራታችሁ ትክክል ነው። |
59,102 | am_tg | ስለዚህ እኔ ጌታና መምህር ሆኜ ሳለሁ እግራችሁን ካጠብኩ እናንተም እርስ በርሳችሁ እግራችሁን ልትተጣጠቡ ይገባችኋል። | እምበኣር፡ ኣነ ጐይታን መምህርን ክነሰይ ኣእጋርኩም ካብ ሓጸብኩ፡ ንስኻትኩም እውን ኣእጋር ሓድሕድኩም ክትሓጽቡ ይግብኣኩም። |
59,103 | tg_am | እምበኣር፡ ኣነ ጐይታን መምህርን ክነሰይ ኣእጋርኩም ካብ ሓጸብኩ፡ ንስኻትኩም እውን ኣእጋር ሓድሕድኩም ክትሓጽቡ ይግብኣኩም። | ስለዚህ እኔ ጌታና መምህር ሆኜ ሳለሁ እግራችሁን ካጠብኩ እናንተም እርስ በርሳችሁ እግራችሁን ልትተጣጠቡ ይገባችኋል። |
59,104 | am_tg | እኔ እንዳደረግኩላችሁ እናንተም እንደዚሁ እንድታደርጉ አርዓያ ሆኜላችኋለሁ። | ከምቲ ኣነ ዝገበርኩልኩምሲ፡ ንስኻትኩም እውን ክትገብሩ፡ ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ። |
59,105 | tg_am | ከምቲ ኣነ ዝገበርኩልኩምሲ፡ ንስኻትኩም እውን ክትገብሩ፡ ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ። | እኔ እንዳደረግኩላችሁ እናንተም እንደዚሁ እንድታደርጉ አርዓያ ሆኜላችኋለሁ። |
59,106 | am_tg | እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ ባሪያ ከጌታው አይበልጥም፤ የተላከም ከላከው አይበልጥም። | ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ባርያ ኻብ ጐይታኡ ኣይዓብን፡ ልኡኽ እውን ካብ ለኣኺኡ ኣይዓብን እዩ። |
59,107 | tg_am | ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ባርያ ኻብ ጐይታኡ ኣይዓብን፡ ልኡኽ እውን ካብ ለኣኺኡ ኣይዓብን እዩ። | እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ ባሪያ ከጌታው አይበልጥም፤ የተላከም ከላከው አይበልጥም። |
59,108 | am_tg | እነዚህን ነገሮች ስለምታውቁ ብትፈጽሟቸው ደስተኞች ናችሁ። | ነዚ እትፈልጥዎ እንተ ዄንኩም፡ እንተ ጌርኩምዎ፡ ሕጉሳት ኢኹም። |
59,109 | tg_am | ነዚ እትፈልጥዎ እንተ ዄንኩም፡ እንተ ጌርኩምዎ፡ ሕጉሳት ኢኹም። | እነዚህን ነገሮች ስለምታውቁ ብትፈጽሟቸው ደስተኞች ናችሁ። |
59,110 | am_tg | ይህን ስል ስለ ሁላችሁም መናገሬ አይደለም፤ የመረጥኳቸውን አውቃለሁ። ይሁንና ‘ከማዕዴ ይበላ የነበረ ተረከዙን በእኔ ላይ አነሳ’ የሚለው የቅዱሳን መጻሕፍት ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው። | ብዛዕባ ዅላትኩም ኣይኰንኩን ዝዛረብ ዘለኹ፣ ነቶም ዝሓረኽዎም እፈልጦም እየ። ግናኸ፡ እቲ፡ ‘እቲ እንጌራይ ዚበልዕ ዝነበረ፡ ሸዀናኡ ኣባይ ኣልዒሉ’ ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ እዚ ዝዀነ። |
59,111 | tg_am | ብዛዕባ ዅላትኩም ኣይኰንኩን ዝዛረብ ዘለኹ፣ ነቶም ዝሓረኽዎም እፈልጦም እየ። ግናኸ፡ እቲ፡ ‘እቲ እንጌራይ ዚበልዕ ዝነበረ፡ ሸዀናኡ ኣባይ ኣልዒሉ’ ዚብል ቅዱስ ጽሑፍ ምእንቲ ኺፍጸም እዩ እዚ ዝዀነ። | ይህን ስል ስለ ሁላችሁም መናገሬ አይደለም፤ የመረጥኳቸውን አውቃለሁ። ይሁንና ‘ከማዕዴ ይበላ የነበረ ተረከዙን በእኔ ላይ አነሳ’ የሚለው የቅዱሳን መጻሕፍት ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው። |
59,112 | am_tg | ገና ሳይፈጸም በፊት አሁን የምነግራችሁ፣ በሚፈጸምበት ጊዜ እኔ እሱ መሆኔን እንድታምኑ ነው። | ምስ ኰነ ኣነ ምዃነይ ምእንቲ ኽትኣምኑስ፡ ከይኰነ ኻብ ሕጂ እነግረኩም ኣለኹ። |
59,113 | tg_am | ምስ ኰነ ኣነ ምዃነይ ምእንቲ ኽትኣምኑስ፡ ከይኰነ ኻብ ሕጂ እነግረኩም ኣለኹ። | ገና ሳይፈጸም በፊት አሁን የምነግራችሁ፣ በሚፈጸምበት ጊዜ እኔ እሱ መሆኔን እንድታምኑ ነው። |
59,114 | am_tg | እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ እኔ የምልከውን የሚቀበል ሁሉ እኔንም ይቀበላል፤ እኔን የሚቀበል ሁሉ ደግሞ የላከኝንም ይቀበላል።” | ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ንዝለኣኽክዎ ዚቕበል፡ ንዓይ እውን ይቕበለኒ። እቲ ንዓይ ዚቕበለኒ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይቕበሎ።” |
59,115 | tg_am | ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ንዝለኣኽክዎ ዚቕበል፡ ንዓይ እውን ይቕበለኒ። እቲ ንዓይ ዚቕበለኒ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይቕበሎ።” | እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ እኔ የምልከውን የሚቀበል ሁሉ እኔንም ይቀበላል፤ እኔን የሚቀበል ሁሉ ደግሞ የላከኝንም ይቀበላል።” |
59,116 | am_tg | ኢየሱስ እነዚህን ነገሮች ከተናገረ በኋላ መንፈሱ ተረብሾ “እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ ከእናንተ አንዱ አሳልፎ ይሰጠኛል” ሲል በግልጽ ተናገረ። | የሱስ እዚ ምስ በለ፡ ብመንፈሱ ተረቢሹ፡ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ሓደ ኻባኻትኩም ኣሕሊፉ ኺህበኒ እዩ” ኢሉ መስከረ። |
59,117 | tg_am | የሱስ እዚ ምስ በለ፡ ብመንፈሱ ተረቢሹ፡ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ሓደ ኻባኻትኩም ኣሕሊፉ ኺህበኒ እዩ” ኢሉ መስከረ። | ኢየሱስ እነዚህን ነገሮች ከተናገረ በኋላ መንፈሱ ተረብሾ “እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ ከእናንተ አንዱ አሳልፎ ይሰጠኛል” ሲል በግልጽ ተናገረ። |
59,118 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱም ስለ ማን እየተናገረ እንዳለ ግራ ገብቷቸው እርስ በርሳቸው ይተያዩ ጀመር። | እቶም ደቀ መዛሙርቲ ብዛዕባ መን ከም እተዛረበ ጠፊእዎም፡ ንሓድሕዶም ተጠማመቱ። |
59,119 | tg_am | እቶም ደቀ መዛሙርቲ ብዛዕባ መን ከም እተዛረበ ጠፊእዎም፡ ንሓድሕዶም ተጠማመቱ። | ደቀ መዛሙርቱም ስለ ማን እየተናገረ እንዳለ ግራ ገብቷቸው እርስ በርሳቸው ይተያዩ ጀመር። |
59,120 | am_tg | ከእነሱ አንዱ ይኸውም ኢየሱስ ይወደው የነበረው ደቀ መዝሙር ኢየሱስ አጠገብ ጋደም ብሎ ነበር። | ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ፡ እቲ የሱስ ዜፍቅሮ ዝነበረ፡ ኣብ ጥቓ የሱስ ተቐሚጡ ነበረ። |
59,121 | tg_am | ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ፡ እቲ የሱስ ዜፍቅሮ ዝነበረ፡ ኣብ ጥቓ የሱስ ተቐሚጡ ነበረ። | ከእነሱ አንዱ ይኸውም ኢየሱስ ይወደው የነበረው ደቀ መዝሙር ኢየሱስ አጠገብ ጋደም ብሎ ነበር። |
59,122 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስም ለዚህ ደቀ መዝሙር ምልክት በመስጠት “ስለ ማን እየተናገረ እንዳለ ንገረን” አለው። | ስለዚ፡ ስምኦን ጴጥሮስ ንዕኡ፡ ብርእሱ እናኣመልከተ፡ “ብዛዕባ መን ይዛረብ ከም ዘሎ ንገረና” በሎ። |
59,123 | tg_am | ስለዚ፡ ስምኦን ጴጥሮስ ንዕኡ፡ ብርእሱ እናኣመልከተ፡ “ብዛዕባ መን ይዛረብ ከም ዘሎ ንገረና” በሎ። | ስምዖን ጴጥሮስም ለዚህ ደቀ መዝሙር ምልክት በመስጠት “ስለ ማን እየተናገረ እንዳለ ንገረን” አለው። |
59,124 | am_tg | እሱም ወደ ኢየሱስ ደረት ጠጋ ብሎ “ጌታ ሆይ፣ ማን ነው?” አለው። | ንሱ ኸኣ ናብ ኣፍ ልቢ የሱስ ተጸጊዑ፡ “ጐይታይ፡ መን እዩ ንሱ፧” በሎ። |
59,125 | tg_am | ንሱ ኸኣ ናብ ኣፍ ልቢ የሱስ ተጸጊዑ፡ “ጐይታይ፡ መን እዩ ንሱ፧” በሎ። | እሱም ወደ ኢየሱስ ደረት ጠጋ ብሎ “ጌታ ሆይ፣ ማን ነው?” አለው። |
59,126 | am_tg | ኢየሱስም “ይህን የማጠቅሰውን ቁራሽ ዳቦ የምሰጠው ሰው ነው” ሲል መለሰ። ከዚያም ዳቦውን አጥቅሶ ለአስቆሮቱ ስምዖን ልጅ ለይሁዳ ሰጠው። | የሱስ ከኣ፡ “እቲ ኣነ ቝራስ ኣጥሊቐ ዝህቦ እዩ” ኢሉ መለሰ። ሽዑ፡ ቍራስ ኣጥሊቑ ንይሁዳ ወዲ ስምኦን ኣስቆሮታዊ ሃቦ። |
59,127 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “እቲ ኣነ ቝራስ ኣጥሊቐ ዝህቦ እዩ” ኢሉ መለሰ። ሽዑ፡ ቍራስ ኣጥሊቑ ንይሁዳ ወዲ ስምኦን ኣስቆሮታዊ ሃቦ። | ኢየሱስም “ይህን የማጠቅሰውን ቁራሽ ዳቦ የምሰጠው ሰው ነው” ሲል መለሰ። ከዚያም ዳቦውን አጥቅሶ ለአስቆሮቱ ስምዖን ልጅ ለይሁዳ ሰጠው። |
59,128 | am_tg | ይሁዳም ቁራሹን ከተቀበለ በኋላ ሰይጣን ገባበት። ስለዚህ ኢየሱስ “እያደረግከው ያለኸውን ነገር ቶሎ አድርገው” አለው። | ይሁዳ እታ ቝራስ ምስ ወሰደ፡ ሰይጣን ናብኡ ኣተወ። ሽዑ፡ የሱስ፡ “እቲ እትገብሮ ዘለኻ፡ ቀልጢፍካ ግበሮ” በሎ። |
59,129 | tg_am | ይሁዳ እታ ቝራስ ምስ ወሰደ፡ ሰይጣን ናብኡ ኣተወ። ሽዑ፡ የሱስ፡ “እቲ እትገብሮ ዘለኻ፡ ቀልጢፍካ ግበሮ” በሎ። | ይሁዳም ቁራሹን ከተቀበለ በኋላ ሰይጣን ገባበት። ስለዚህ ኢየሱስ “እያደረግከው ያለኸውን ነገር ቶሎ አድርገው” አለው። |
59,130 | am_tg | ይሁን እንጂ በማዕድ ከተቀመጡት መካከል አንዳቸውም ለምን እንዲህ እንዳለው አልገባቸውም። | ካብቶም ኣብቲ መኣዲ ተቐሚጦም ዝነበሩ ግና፡ ስለምንታይ እዚ ኸም ዝበሎ፡ ሓደ እኳ ኣይፈለጠን። |
59,131 | tg_am | ካብቶም ኣብቲ መኣዲ ተቐሚጦም ዝነበሩ ግና፡ ስለምንታይ እዚ ኸም ዝበሎ፡ ሓደ እኳ ኣይፈለጠን። | ይሁን እንጂ በማዕድ ከተቀመጡት መካከል አንዳቸውም ለምን እንዲህ እንዳለው አልገባቸውም። |
59,132 | am_tg | እንዲያውም አንዳንዶቹ ይሁዳ የገንዘብ ሣጥኑን ይይዝ ስለነበር ለበዓሉ የሚያስፈልጉትን ነገሮች እንዲገዛ ወይም ለድሆች የሆነ ነገር እንዲሰጥ ኢየሱስ ያዘዘው መስሏቸው ነበር። | ገሊኣቶም፡ ሳጹን ገንዘብ ምስ ይሁዳ ስለ ዝነበረ፡ የሱስ፡ “ንበዓል ዜድልየና ዓድግ” ዝበሎ ወይ ንድኻታት ገለ ኺህብ ዝነገሮ መሲልዎም ነበረ። |
59,133 | tg_am | ገሊኣቶም፡ ሳጹን ገንዘብ ምስ ይሁዳ ስለ ዝነበረ፡ የሱስ፡ “ንበዓል ዜድልየና ዓድግ” ዝበሎ ወይ ንድኻታት ገለ ኺህብ ዝነገሮ መሲልዎም ነበረ። | እንዲያውም አንዳንዶቹ ይሁዳ የገንዘብ ሣጥኑን ይይዝ ስለነበር ለበዓሉ የሚያስፈልጉትን ነገሮች እንዲገዛ ወይም ለድሆች የሆነ ነገር እንዲሰጥ ኢየሱስ ያዘዘው መስሏቸው ነበር። |
59,134 | am_tg | ስለዚህ ይሁዳ ቁራሹን ዳቦ ከተቀበለ በኋላ ወዲያውኑ ወጣ። ጊዜውም ሌሊት ነበር። | ንሱ ኸኣ ነታ ቝራስ ምስ ተቐበለ፡ ብኡብኡ ወጸ። ለይቲ እውን ነበረ። |
59,135 | tg_am | ንሱ ኸኣ ነታ ቝራስ ምስ ተቐበለ፡ ብኡብኡ ወጸ። ለይቲ እውን ነበረ። | ስለዚህ ይሁዳ ቁራሹን ዳቦ ከተቀበለ በኋላ ወዲያውኑ ወጣ። ጊዜውም ሌሊት ነበር። |
59,136 | am_tg | ይሁዳ ከሄደ በኋላ ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “አሁን የሰው ልጅ ክብር ተጎናጸፈ፤ አምላክም በእሱ አማካኝነት ከበረ። | ንሱ ምስ ወጸ፡ የሱስ ከምዚ በለ፦ “ሕጂ ወዲ ሰብ ከቢሩ እዩ፣ ኣምላኽ እውን ብእኡ ኸቢሩ እዩ። |
59,137 | tg_am | ንሱ ምስ ወጸ፡ የሱስ ከምዚ በለ፦ “ሕጂ ወዲ ሰብ ከቢሩ እዩ፣ ኣምላኽ እውን ብእኡ ኸቢሩ እዩ። | ይሁዳ ከሄደ በኋላ ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “አሁን የሰው ልጅ ክብር ተጎናጸፈ፤ አምላክም በእሱ አማካኝነት ከበረ። |
59,138 | am_tg | አምላክ ራሱም ያከብረዋል፤ ደግሞም ወዲያውኑ ያከብረዋል። | ኣምላኽ ባዕሉ ኸኣ ኬኽብሮ እዩ፣ ብኡብኡ እውን ኬኽብሮ እዩ። |
59,139 | tg_am | ኣምላኽ ባዕሉ ኸኣ ኬኽብሮ እዩ፣ ብኡብኡ እውን ኬኽብሮ እዩ። | አምላክ ራሱም ያከብረዋል፤ ደግሞም ወዲያውኑ ያከብረዋል። |
59,140 | am_tg | ልጆቼ ሆይ፣ ጥቂት ጊዜ ከእናንተ ጋር እቆያለሁ። እናንተም ትፈልጉኛላችሁ፤ ለአይሁዳውያን ‘ወደምሄድበት ልትመጡ አትችሉም’ እንዳልኳቸው ሁሉ አሁን ደግሞ ለእናንተ ይህንኑ እላችኋለሁ። | ደቀየ፡ ቍሩብ ግዜ ምሳኻትኩም ኣለኹ። ክትደልዩኒ ኢኹም፣ ከምቲ ንኣይሁድ፡ ‘ናብቲ ዝኸዶ ኽትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዝበልክዎም ድማ፡ ንዓኻትኩም እውን እብለኩም ኣለኹ። |
59,141 | tg_am | ደቀየ፡ ቍሩብ ግዜ ምሳኻትኩም ኣለኹ። ክትደልዩኒ ኢኹም፣ ከምቲ ንኣይሁድ፡ ‘ናብቲ ዝኸዶ ኽትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዝበልክዎም ድማ፡ ንዓኻትኩም እውን እብለኩም ኣለኹ። | ልጆቼ ሆይ፣ ጥቂት ጊዜ ከእናንተ ጋር እቆያለሁ። እናንተም ትፈልጉኛላችሁ፤ ለአይሁዳውያን ‘ወደምሄድበት ልትመጡ አትችሉም’ እንዳልኳቸው ሁሉ አሁን ደግሞ ለእናንተ ይህንኑ እላችኋለሁ። |
59,142 | am_tg | እርስ በርሳችሁ እንድትዋደዱ አዲስ ትእዛዝ እሰጣችኋለሁ፤ እኔ እንደወደድኳችሁ እናንተም እርስ በርሳችሁ ተዋደዱ። | ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡ ንስኻትኩም እውን ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣለኹ። |
59,143 | tg_am | ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡ ንስኻትኩም እውን ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ሓድሽ ትእዛዝ እህበኩም ኣለኹ። | እርስ በርሳችሁ እንድትዋደዱ አዲስ ትእዛዝ እሰጣችኋለሁ፤ እኔ እንደወደድኳችሁ እናንተም እርስ በርሳችሁ ተዋደዱ። |
59,144 | am_tg | እርስ በርሳችሁ ፍቅር ቢኖራችሁ ሰዎች ሁሉ ደቀ መዛሙርቴ እንደሆናችሁ በዚህ ያውቃሉ።” | ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም፡ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ።” |
59,145 | tg_am | ንሓድሕድኩም ፍቕሪ እንተ ኣልያትኩም፡ በዚ ደቀ መዛሙርተይ ምዃንኩም ኵሉ ኺፈልጥ እዩ።” | እርስ በርሳችሁ ፍቅር ቢኖራችሁ ሰዎች ሁሉ ደቀ መዛሙርቴ እንደሆናችሁ በዚህ ያውቃሉ።” |
59,146 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ ወዴት ልትሄድ ነው?” አለው። ኢየሱስም “እኔ ወደምሄድበት አሁን ልትከተለኝ አትችልም፤ በኋላ ግን ትከተለኛለህ” ሲል መለሰ። | ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ናበይ ክትከይድ ኢኻ፧” በሎ። የሱስ ድማ፡ “ናብቲ ኣነ ዝኸዶ፡ ሕጂ ኽትስዕበኒ ኣይትኽእልን ኢኻ፣ ደሓር ግና ክትስዕበኒ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። |
59,147 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ናበይ ክትከይድ ኢኻ፧” በሎ። የሱስ ድማ፡ “ናብቲ ኣነ ዝኸዶ፡ ሕጂ ኽትስዕበኒ ኣይትኽእልን ኢኻ፣ ደሓር ግና ክትስዕበኒ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። | ስምዖን ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ ወዴት ልትሄድ ነው?” አለው። ኢየሱስም “እኔ ወደምሄድበት አሁን ልትከተለኝ አትችልም፤ በኋላ ግን ትከተለኛለህ” ሲል መለሰ። |
59,148 | am_tg | ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ አሁን ልከተልህ የማልችለው ለምንድን ነው? ሕይወቴን ስለ አንተ አሳልፌ ለመስጠት ፈቃደኛ ነኝ” አለው። | ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ስለምንታይ እየ ሕጂ ኽስዕበካ ዘይክእል፧ ህይወተይ ምእንታኻ ኣሕሊፈ ኽህብ እየ” በለ። |
59,149 | tg_am | ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ስለምንታይ እየ ሕጂ ኽስዕበካ ዘይክእል፧ ህይወተይ ምእንታኻ ኣሕሊፈ ኽህብ እየ” በለ። | ጴጥሮስም “ጌታ ሆይ፣ አሁን ልከተልህ የማልችለው ለምንድን ነው? ሕይወቴን ስለ አንተ አሳልፌ ለመስጠት ፈቃደኛ ነኝ” አለው። |
59,150 | am_tg | ኢየሱስም “ሕይወትህን ስለ እኔ አሳልፈህ ትሰጣለህ? እውነት እውነት እልሃለሁ፣ ዶሮ ከመጮኹ በፊት ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” ሲል መለሰ። | የሱስ ድማ፡ “ንህይወትካዶ ምእንታይ ኣሕሊፍካ ኽትህብ ኢኻ፧ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ ሰለስተ ሳዕ ክሳዕ እትኽሕደንስ፡ ደርሆ ኸቶ ኣይኪንቁን እዩ” ኢሉ መለሰሉ። |
59,151 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ንህይወትካዶ ምእንታይ ኣሕሊፍካ ኽትህብ ኢኻ፧ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ ሰለስተ ሳዕ ክሳዕ እትኽሕደንስ፡ ደርሆ ኸቶ ኣይኪንቁን እዩ” ኢሉ መለሰሉ። | ኢየሱስም “ሕይወትህን ስለ እኔ አሳልፈህ ትሰጣለህ? እውነት እውነት እልሃለሁ፣ ዶሮ ከመጮኹ በፊት ሦስት ጊዜ ትክደኛለህ” ሲል መለሰ። |
59,152 | am_tg | ከዚህ በኋላ ኢየሱስ በጥብርያዶስ ባሕር እንደገና ለደቀ መዛሙርቱ ተገለጠ። የተገለጠውም በዚህ መንገድ ነበር፤ | ድሕርዚ፡ የሱስ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ጢቤርያስ ከም ብሓድሽ ተጋህደሎም። በዚ ኸምዚ እውን ተጋህደሎም። |
59,153 | tg_am | ድሕርዚ፡ የሱስ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ኣብ ጥቓ ባሕሪ ጢቤርያስ ከም ብሓድሽ ተጋህደሎም። በዚ ኸምዚ እውን ተጋህደሎም። | ከዚህ በኋላ ኢየሱስ በጥብርያዶስ ባሕር እንደገና ለደቀ መዛሙርቱ ተገለጠ። የተገለጠውም በዚህ መንገድ ነበር፤ |
59,154 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስ፣ ዲዲሞስ የሚባለው ቶማስ፣ የገሊላ ቃና ሰው የሆነው ናትናኤል፣ የዘብዴዎስ ልጆችና ሌሎች ሁለት ደቀ መዛሙርቱ አብረው ነበሩ። | ስምኦን ጴጥሮስን እቲ ማንታ ዚብሃል ቶማስን ናትናኤል ብዓል ቃና ናይ ገሊላን ደቂ ዘብዴዎስን ክልተ ኻልኦት ካብ ደቀ መዛሙርቱን ብሓባር ነበሩ። |
59,155 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስን እቲ ማንታ ዚብሃል ቶማስን ናትናኤል ብዓል ቃና ናይ ገሊላን ደቂ ዘብዴዎስን ክልተ ኻልኦት ካብ ደቀ መዛሙርቱን ብሓባር ነበሩ። | ስምዖን ጴጥሮስ፣ ዲዲሞስ የሚባለው ቶማስ፣ የገሊላ ቃና ሰው የሆነው ናትናኤል፣ የዘብዴዎስ ልጆችና ሌሎች ሁለት ደቀ መዛሙርቱ አብረው ነበሩ። |
59,156 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስ “ዓሣ ላጠምድ መሄዴ ነው” አላቸው። እነሱም “እኛም አብረንህ እንሄዳለን” አሉት። ወጥተው ሄዱና ጀልባ ላይ ተሳፈሩ፤ በዚያ ሌሊት ግን አንድም ዓሣ አልያዙም። | ስምኦን ጴጥሮስ ድማ፡ “ዓሳ ኽገፍፍ ክኸይድ እየ” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ንሕና እውን ምሳኻ ኽንከይድ ኢና” በልዎ። ወጺኦም ናብ ጃልባ ደየቡ፣ በታ ለይቲ እቲኣ ግና ሓደ እኳ ኣይሓዙን። |
59,157 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስ ድማ፡ “ዓሳ ኽገፍፍ ክኸይድ እየ” በሎም። ንሳቶም ከኣ፡ “ንሕና እውን ምሳኻ ኽንከይድ ኢና” በልዎ። ወጺኦም ናብ ጃልባ ደየቡ፣ በታ ለይቲ እቲኣ ግና ሓደ እኳ ኣይሓዙን። | ስምዖን ጴጥሮስ “ዓሣ ላጠምድ መሄዴ ነው” አላቸው። እነሱም “እኛም አብረንህ እንሄዳለን” አሉት። ወጥተው ሄዱና ጀልባ ላይ ተሳፈሩ፤ በዚያ ሌሊት ግን አንድም ዓሣ አልያዙም። |
59,158 | am_tg | ይሁን እንጂ ጎህ ሲቀድ ኢየሱስ መጥቶ በባሕሩ ዳርቻ ቆመ፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ኢየሱስ መሆኑን አላወቁም ነበር። | ኪወግሕ ምስ በለ ኸኣ፡ የሱስ ኣብ ገምገም ደው በለ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና የሱስ ምዃኑ ኣየለለይዎን ነበሩ። |
59,159 | tg_am | ኪወግሕ ምስ በለ ኸኣ፡ የሱስ ኣብ ገምገም ደው በለ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና የሱስ ምዃኑ ኣየለለይዎን ነበሩ። | ይሁን እንጂ ጎህ ሲቀድ ኢየሱስ መጥቶ በባሕሩ ዳርቻ ቆመ፤ ደቀ መዛሙርቱ ግን ኢየሱስ መሆኑን አላወቁም ነበር። |
59,160 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስ “ልጆቼ፣ የሚበላ ነገር አላችሁ?” አላቸው። እነሱም “የለንም!” ብለው መለሱለት። | ሽዑ፡ የሱስ፡ “ደቀይ፡ ገለ ዚብላዕዶ የብልኩምን፧” በሎም። ንሳቶም ድማ፡ “የብልናን” ኢሎም መለሱሉ። |
59,161 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ፡ “ደቀይ፡ ገለ ዚብላዕዶ የብልኩምን፧” በሎም። ንሳቶም ድማ፡ “የብልናን” ኢሎም መለሱሉ። | ከዚያም ኢየሱስ “ልጆቼ፣ የሚበላ ነገር አላችሁ?” አላቸው። እነሱም “የለንም!” ብለው መለሱለት። |
59,162 | am_tg | እሱም “መረቡን ከጀልባዋ በስተ ቀኝ ጣሉት፤ ዓሣ ታገኛላችሁ” አላቸው። እነሱም መረቡን ጣሉ፤ ከዓሣውም ብዛት የተነሳ መረቡን መጎተት አቃታቸው። | ንሱ ኸኣ፡ “ነቲ መርበብ ናብ የማን ጃልባ ኣቢልኩም ደርብይዎ እሞ፡ ክትረኽቡ ኢኹም” በሎም። ሽዑ፡ ንሳቶም ደርበይዎ፣ ካብ ብዝሒ እቲ ዓሳ እተላዕለ ግና፡ ኪስሕብዎ ኣይከኣሉን። |
59,163 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ነቲ መርበብ ናብ የማን ጃልባ ኣቢልኩም ደርብይዎ እሞ፡ ክትረኽቡ ኢኹም” በሎም። ሽዑ፡ ንሳቶም ደርበይዎ፣ ካብ ብዝሒ እቲ ዓሳ እተላዕለ ግና፡ ኪስሕብዎ ኣይከኣሉን። | እሱም “መረቡን ከጀልባዋ በስተ ቀኝ ጣሉት፤ ዓሣ ታገኛላችሁ” አላቸው። እነሱም መረቡን ጣሉ፤ ከዓሣውም ብዛት የተነሳ መረቡን መጎተት አቃታቸው። |
59,164 | am_tg | በዚህ ጊዜ፣ ኢየሱስ ይወደው የነበረው ደቀ መዝሙር ጴጥሮስን “ጌታ እኮ ነው!” አለው። ስምዖን ጴጥሮስም ጌታ መሆኑን ሲሰማ ከወገቡ በላይ ራቁቱን ስለነበር መደረቢያውን ለበሰና ዘሎ ባሕሩ ውስጥ ገባ። | ሽዑ፡ እቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ንጴጥሮስ፡ “ጐይታና እዩ!” በሎ። ስምኦን ጴጥሮስ ድማ ጐይታ ምዃኑ ምስ ሰምዐ፡ ጥራዩ ነበረ እሞ፡ ክዳኑ ተዓጢቑ፡ ናብ ባሕሪ ዘለለ። |
59,165 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ንጴጥሮስ፡ “ጐይታና እዩ!” በሎ። ስምኦን ጴጥሮስ ድማ ጐይታ ምዃኑ ምስ ሰምዐ፡ ጥራዩ ነበረ እሞ፡ ክዳኑ ተዓጢቑ፡ ናብ ባሕሪ ዘለለ። | በዚህ ጊዜ፣ ኢየሱስ ይወደው የነበረው ደቀ መዝሙር ጴጥሮስን “ጌታ እኮ ነው!” አለው። ስምዖን ጴጥሮስም ጌታ መሆኑን ሲሰማ ከወገቡ በላይ ራቁቱን ስለነበር መደረቢያውን ለበሰና ዘሎ ባሕሩ ውስጥ ገባ። |
59,166 | am_tg | ሌሎቹ ደቀ መዛሙርት ግን ከባሕሩ ዳርቻ ብዙም ሳይርቁ 90 ሜትር ገደማ ርቀት ላይ ስለነበሩ በዓሣዎች የተሞላውን መረብ እየጎተቱ በትንሿ ጀልባ መጡ። | እቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ ካብ ምድሪ ኣስታት 90 ሜተር ጥራይ እምበር፡ ብዙሕ ርሒቖም ስለ ዘይነበሩ፡ ነቲ ዓሳ ዝመልአ መርበብ እናጐተትዎ፡ በታ ንእሽቶ ጃልባ መጹ። |
59,167 | tg_am | እቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ ካብ ምድሪ ኣስታት 90 ሜተር ጥራይ እምበር፡ ብዙሕ ርሒቖም ስለ ዘይነበሩ፡ ነቲ ዓሳ ዝመልአ መርበብ እናጐተትዎ፡ በታ ንእሽቶ ጃልባ መጹ። | ሌሎቹ ደቀ መዛሙርት ግን ከባሕሩ ዳርቻ ብዙም ሳይርቁ 90 ሜትር ገደማ ርቀት ላይ ስለነበሩ በዓሣዎች የተሞላውን መረብ እየጎተቱ በትንሿ ጀልባ መጡ። |
59,168 | am_tg | ወደ ባሕሩ ዳርቻ በደረሱ ጊዜ በከሰል ፍም ላይ የተቀመጠ ዓሣ እንዲሁም ዳቦ አዩ። | ናብ ምድሪ ምስ ወረዱ ግና፡ ጓህርን ዓሳ ኣብ ልዕሊኡን እንጌራን ረኣዩ። |
59,169 | tg_am | ናብ ምድሪ ምስ ወረዱ ግና፡ ጓህርን ዓሳ ኣብ ልዕሊኡን እንጌራን ረኣዩ። | ወደ ባሕሩ ዳርቻ በደረሱ ጊዜ በከሰል ፍም ላይ የተቀመጠ ዓሣ እንዲሁም ዳቦ አዩ። |
59,170 | am_tg | ኢየሱስ “አሁን ከያዛችሁት ዓሣ የተወሰነ አምጡ” አላቸው። | የሱስ ከኣ፡ “ካብዚ ሕጂ ዝሓዝኩምዎ ዓሳ ኣምጽኡ” በሎም። |
59,171 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ካብዚ ሕጂ ዝሓዝኩምዎ ዓሳ ኣምጽኡ” በሎም። | ኢየሱስ “አሁን ከያዛችሁት ዓሣ የተወሰነ አምጡ” አላቸው። |
59,172 | am_tg | ስለዚህ ስምዖን ጴጥሮስ ጀልባዋ ላይ ወጥቶ በትላልቅ ዓሣዎች የተሞላውን መረብ ወደ ባሕሩ ዳርቻ ጎተተው፤ የዓሣዎቹም ብዛት 153 ነበር። መረቡ ይህን ያህል ብዙ ዓሣ ቢይዝም አልተቀደደም። | ስምኦን ጴጥሮስ ናብታ ጃልባ ደዪቡ፡ ነቲ 153 ገዘፍቲ ዓሳ ዝመልአ መርበብ ናብ ምድሪ ጐተቶ። ክሳዕ ክንድዚ ብዙሓት ክነሶምሲ፡ እቲ መርበብ ኣይተቐድደን። |
59,173 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስ ናብታ ጃልባ ደዪቡ፡ ነቲ 153 ገዘፍቲ ዓሳ ዝመልአ መርበብ ናብ ምድሪ ጐተቶ። ክሳዕ ክንድዚ ብዙሓት ክነሶምሲ፡ እቲ መርበብ ኣይተቐድደን። | ስለዚህ ስምዖን ጴጥሮስ ጀልባዋ ላይ ወጥቶ በትላልቅ ዓሣዎች የተሞላውን መረብ ወደ ባሕሩ ዳርቻ ጎተተው፤ የዓሣዎቹም ብዛት 153 ነበር። መረቡ ይህን ያህል ብዙ ዓሣ ቢይዝም አልተቀደደም። |
59,174 | am_tg | ኢየሱስ “ኑ፣ ቁርሳችሁን ብሉ” አላቸው። ጌታ መሆኑን አውቀው ስለነበር ከደቀ መዛሙርቱ መካከል “አንተ ማን ነህ?” ብሎ ሊጠይቀው የደፈረ አልነበረም። | የሱስ ድማ፡ “ንዑ ቝረሱ” በሎም። እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ጐይታ ምዃኑ ስለ ዝፈለጡ፡ ካባታቶም ሓደ እኳ፡ “ንስኻ መን ኢኻ፧” ኢሉ ኺሓትቶ ዝደፈረ ኣይነበረን። |
59,175 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ንዑ ቝረሱ” በሎም። እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ጐይታ ምዃኑ ስለ ዝፈለጡ፡ ካባታቶም ሓደ እኳ፡ “ንስኻ መን ኢኻ፧” ኢሉ ኺሓትቶ ዝደፈረ ኣይነበረን። | ኢየሱስ “ኑ፣ ቁርሳችሁን ብሉ” አላቸው። ጌታ መሆኑን አውቀው ስለነበር ከደቀ መዛሙርቱ መካከል “አንተ ማን ነህ?” ብሎ ሊጠይቀው የደፈረ አልነበረም። |
59,176 | am_tg | ኢየሱስም መጥቶ ዳቦውን አነሳና ሰጣቸው፤ ዓሣውንም አንስቶ እንዲሁ አደረገ። | የሱስ መጺኡ ነቲ እንጌራ ኣልዒሉ ሃቦም፣ ከምኡ እውን ነቲ ዓሳ። |
59,177 | tg_am | የሱስ መጺኡ ነቲ እንጌራ ኣልዒሉ ሃቦም፣ ከምኡ እውን ነቲ ዓሳ። | ኢየሱስም መጥቶ ዳቦውን አነሳና ሰጣቸው፤ ዓሣውንም አንስቶ እንዲሁ አደረገ። |
59,178 | am_tg | ኢየሱስ ከሞት ከተነሳ በኋላ ለደቀ መዛሙርቱ ሲገለጥ ይህ ለሦስተኛ ጊዜ ነበር። | የሱስ ካብ ምዉታት ድሕሪ ምትንሳኡ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ እተጋህደሎም፡ እዚ ሳልሳይ ሳዕ እዩ። |
59,179 | tg_am | የሱስ ካብ ምዉታት ድሕሪ ምትንሳኡ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ እተጋህደሎም፡ እዚ ሳልሳይ ሳዕ እዩ። | ኢየሱስ ከሞት ከተነሳ በኋላ ለደቀ መዛሙርቱ ሲገለጥ ይህ ለሦስተኛ ጊዜ ነበር። |
59,180 | am_tg | ቁርስ በልተው ከጨረሱም በኋላ ኢየሱስ፣ ስምዖን ጴጥሮስን “የዮሐንስ ልጅ ስምዖን፣ ከእነዚህ አስበልጠህ ትወደኛለህ?” አለው። እሱም “አዎ፣ ጌታ ሆይ፣ በጣም እንደምወድህ ታውቃለህ” ሲል መለሰለት። ኢየሱስም “ጠቦቶቼን መግብ” አለው። | ምስ ቈረሱ ኸኣ፡ የሱስ ንስምኦን ጴጥሮስ፡ “ስምኦን ወዲ ዮሃንስ፡ ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “እወ ጐይታይ፡ ኣነ ኸም ዝፈትወካ ትፈልጥ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ድማ፡ “ዕያውተይ ኣብልዕ” በሎ። |
59,181 | tg_am | ምስ ቈረሱ ኸኣ፡ የሱስ ንስምኦን ጴጥሮስ፡ “ስምኦን ወዲ ዮሃንስ፡ ካብዚኣቶም ኣብሊጽካዶ ተፍቅረኒ ኢኻ፧” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “እወ ጐይታይ፡ ኣነ ኸም ዝፈትወካ ትፈልጥ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ ድማ፡ “ዕያውተይ ኣብልዕ” በሎ። | ቁርስ በልተው ከጨረሱም በኋላ ኢየሱስ፣ ስምዖን ጴጥሮስን “የዮሐንስ ልጅ ስምዖን፣ ከእነዚህ አስበልጠህ ትወደኛለህ?” አለው። እሱም “አዎ፣ ጌታ ሆይ፣ በጣም እንደምወድህ ታውቃለህ” ሲል መለሰለት። ኢየሱስም “ጠቦቶቼን መግብ” አለው። |
59,182 | am_tg | ደግሞም ለሁለተኛ ጊዜ “የዮሐንስ ልጅ ስምዖን፣ ትወደኛለህ?” አለው። እሱም “አዎ፣ ጌታ ሆይ፣ በጣም እንደምወድህ ታውቃለህ” ሲል መለሰለት። ኢየሱስም “ግልገሎቼን ጠብቅ” አለው። | ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ካልኣይ ሳዕ፡ “ስምኦን ወዲ ዮሃንስ፡ ተፍቅረኒ ዲኻ፧” በሎ። ንሱ ድማ፡ “እወ ጐይታይ፡ ከም ዝፈትወካ ትፈልጥ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ እውን፡ “ኣባጊዐይ ጓሲ” በሎ። |
59,183 | tg_am | ከም ብሓድሽ ከኣ፡ ካልኣይ ሳዕ፡ “ስምኦን ወዲ ዮሃንስ፡ ተፍቅረኒ ዲኻ፧” በሎ። ንሱ ድማ፡ “እወ ጐይታይ፡ ከም ዝፈትወካ ትፈልጥ ኢኻ” ኢሉ መለሰሉ። ንሱ እውን፡ “ኣባጊዐይ ጓሲ” በሎ። | ደግሞም ለሁለተኛ ጊዜ “የዮሐንስ ልጅ ስምዖን፣ ትወደኛለህ?” አለው። እሱም “አዎ፣ ጌታ ሆይ፣ በጣም እንደምወድህ ታውቃለህ” ሲል መለሰለት። ኢየሱስም “ግልገሎቼን ጠብቅ” አለው። |
59,184 | am_tg | ለሦስተኛ ጊዜም “የዮሐንስ ልጅ ስምዖን፣ በጣም ትወደኛለህ?” አለው። ጴጥሮስ ለሦስተኛ ጊዜ “በጣም ትወደኛለህ?” ብሎ ስለጠየቀው አዘነ። በመሆኑም “ጌታ ሆይ፣ አንተ ሁሉን ታውቃለህ፤ በጣም እንደምወድህ ታውቃለህ” አለው። ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “ግልገሎቼን መግብ። | ሳልሳይ ሳዕ፡ “ስምኦን ወዲ ዮሃንስ፡ ትፈትወኒ ዲኻ፧” በሎ። ጴጥሮስ ከኣ፡ ሳልሳይ ሳዕ፡ “ትፈትወኒ ዲኻ፧” ኢሉ ስለ ዝሓተቶ ጕህዩ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ ኢኻ፣ ከም ዝፈትወካ እውን ትፈልጥ ኢኻ” በሎ። የሱስ ድማ፡ “ኣባጊዐይ ኣብልዕ። |
59,185 | tg_am | ሳልሳይ ሳዕ፡ “ስምኦን ወዲ ዮሃንስ፡ ትፈትወኒ ዲኻ፧” በሎ። ጴጥሮስ ከኣ፡ ሳልሳይ ሳዕ፡ “ትፈትወኒ ዲኻ፧” ኢሉ ስለ ዝሓተቶ ጕህዩ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ዅሉ ትፈልጥ ኢኻ፣ ከም ዝፈትወካ እውን ትፈልጥ ኢኻ” በሎ። የሱስ ድማ፡ “ኣባጊዐይ ኣብልዕ። | ለሦስተኛ ጊዜም “የዮሐንስ ልጅ ስምዖን፣ በጣም ትወደኛለህ?” አለው። ጴጥሮስ ለሦስተኛ ጊዜ “በጣም ትወደኛለህ?” ብሎ ስለጠየቀው አዘነ። በመሆኑም “ጌታ ሆይ፣ አንተ ሁሉን ታውቃለህ፤ በጣም እንደምወድህ ታውቃለህ” አለው። ኢየሱስም እንዲህ አለው፦ “ግልገሎቼን መግብ። |
59,186 | am_tg | እውነት እውነት እልሃለሁ፣ ወጣት ሳለህ ራስህ ለብሰህ ወደፈለግክበት ቦታ ትሄድ ነበር። ስታረጅ ግን እጅህን ትዘረጋለህ፤ ሌላ ሰውም ያለብስሃል፤ ወደማትፈልግበትም ቦታ ይወስድሃል።” | ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ ብንእስነትካ፡ ባዕልኻ ተዓጢቕካ ናብ ዝደለኻዮ ትኸይድ ኔርካ። ምስ ኣረግካ ግና፡ ኣእዳውካ ኽትዝርግሕ፡ ካልእ እውን ኬዕጥቐካ፡ ናብ ዘይደለኻዮ እውን ኪወስደካ እዩ” በሎ። |
59,187 | tg_am | ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ ብንእስነትካ፡ ባዕልኻ ተዓጢቕካ ናብ ዝደለኻዮ ትኸይድ ኔርካ። ምስ ኣረግካ ግና፡ ኣእዳውካ ኽትዝርግሕ፡ ካልእ እውን ኬዕጥቐካ፡ ናብ ዘይደለኻዮ እውን ኪወስደካ እዩ” በሎ። | እውነት እውነት እልሃለሁ፣ ወጣት ሳለህ ራስህ ለብሰህ ወደፈለግክበት ቦታ ትሄድ ነበር። ስታረጅ ግን እጅህን ትዘረጋለህ፤ ሌላ ሰውም ያለብስሃል፤ ወደማትፈልግበትም ቦታ ይወስድሃል።” |
59,188 | am_tg | ይህን የተናገረው፣ ጴጥሮስ በምን ዓይነት አሟሟት አምላክን እንደሚያከብር ለማመልከት ነበር። ይህን ካለ በኋላ “እኔን መከተልህን ቀጥል” አለው። | ብኸመይ ዝበለ ሞት ንኣምላኽ ኬኽብሮ ኸም ዘለዎ ኼመልክት ኢሉ እዩ እዚ ዝበለ። እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ “ብቐጻሊ ስዓበኒ” በሎ። |
59,189 | tg_am | ብኸመይ ዝበለ ሞት ንኣምላኽ ኬኽብሮ ኸም ዘለዎ ኼመልክት ኢሉ እዩ እዚ ዝበለ። እዚ ምስ በለ ኸኣ፡ “ብቐጻሊ ስዓበኒ” በሎ። | ይህን የተናገረው፣ ጴጥሮስ በምን ዓይነት አሟሟት አምላክን እንደሚያከብር ለማመልከት ነበር። ይህን ካለ በኋላ “እኔን መከተልህን ቀጥል” አለው። |
59,190 | am_tg | ጴጥሮስ ዞር ሲል ኢየሱስ ይወደው የነበረው ደቀ መዝሙር ሲከተላቸው አየ፤ ይህ ደቀ መዝሙር ራት በበሉ ጊዜ ወደ ኢየሱስ ደረት ተጠግቶ “ጌታ ሆይ፣ አሳልፎ የሚሰጥህ ማን ነው?” ብሎ የጠየቀው ነው። | ጴጥሮስ ግልጽ ኢሉ ነቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ኪስዕብ ከሎ ረኣዮ፣ ንሱ ኸኣ እቲ ኺድረሩ ኸለዉ፡ ኣብ ኣፍ ልቢ የሱስ እተጸግዐን “ጐይታይ፡ መን እዩ ኣሕሊፉ ዚህበካ፧” ዝበሎን እዩ። |
59,191 | tg_am | ጴጥሮስ ግልጽ ኢሉ ነቲ የሱስ ዜፍቅሮ ወደ መዝሙር ኪስዕብ ከሎ ረኣዮ፣ ንሱ ኸኣ እቲ ኺድረሩ ኸለዉ፡ ኣብ ኣፍ ልቢ የሱስ እተጸግዐን “ጐይታይ፡ መን እዩ ኣሕሊፉ ዚህበካ፧” ዝበሎን እዩ። | ጴጥሮስ ዞር ሲል ኢየሱስ ይወደው የነበረው ደቀ መዝሙር ሲከተላቸው አየ፤ ይህ ደቀ መዝሙር ራት በበሉ ጊዜ ወደ ኢየሱስ ደረት ተጠግቶ “ጌታ ሆይ፣ አሳልፎ የሚሰጥህ ማን ነው?” ብሎ የጠየቀው ነው። |
59,192 | am_tg | ጴጥሮስም ባየው ጊዜ ኢየሱስን “ጌታ ሆይ፣ ይህስ ሰው ምን ይሆናል?” አለው። | ሽዑ፡ ጴጥሮስ ንዕኡ ምስ ረኣዮ፡ ንየሱስ፡ “ጐይታይ፡ እዚኸ፧” በሎ። |
59,193 | tg_am | ሽዑ፡ ጴጥሮስ ንዕኡ ምስ ረኣዮ፡ ንየሱስ፡ “ጐይታይ፡ እዚኸ፧” በሎ። | ጴጥሮስም ባየው ጊዜ ኢየሱስን “ጌታ ሆይ፣ ይህስ ሰው ምን ይሆናል?” አለው። |
59,194 | am_tg | ኢየሱስም “እኔ እስክመጣ ድረስ እንዲቆይ ብፈቅድ አንተ ምን ቸገረህ? አንተ እኔን መከተልህን ቀጥል” አለው። | የሱስ ከኣ፡ “ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ንሱ ኺጸንሕ እንተ ደልየስ፡ እንታይ ገዲሱካ፧ ንስኻ ግዳ ብቐጻሊ ስዓበኒ” በሎ። |
59,195 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ንሱ ኺጸንሕ እንተ ደልየስ፡ እንታይ ገዲሱካ፧ ንስኻ ግዳ ብቐጻሊ ስዓበኒ” በሎ። | ኢየሱስም “እኔ እስክመጣ ድረስ እንዲቆይ ብፈቅድ አንተ ምን ቸገረህ? አንተ እኔን መከተልህን ቀጥል” አለው። |
59,196 | am_tg | በመሆኑም ይህ ደቀ መዝሙር አይሞትም የሚል ወሬ በወንድሞች መካከል ተሰራጨ። ይሁንና ኢየሱስ “እኔ እስክመጣ ድረስ እንዲቆይ ብፈቅድ አንተ ምን ቸገረህ?” አለው እንጂ አይሞትም አላለውም። | ስለዚ፡ እቲ ወደ መዝሙር እቲ ኸም ዘይመውት፡ እዚ ዘረባ እዚ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ወጸ። የሱስ ግና፡ “ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ንሱ ኺጸንሕ እንተ ደልየስ፡ እንታይ ገዲሱካ፧” ደኣ እዩ ዝበለ እምበር፡ ከም ዘይመውትሲ ኣይተዛረቦን። |
59,197 | tg_am | ስለዚ፡ እቲ ወደ መዝሙር እቲ ኸም ዘይመውት፡ እዚ ዘረባ እዚ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ወጸ። የሱስ ግና፡ “ኣነ ኽሳዕ ዝመጽእ፡ ንሱ ኺጸንሕ እንተ ደልየስ፡ እንታይ ገዲሱካ፧” ደኣ እዩ ዝበለ እምበር፡ ከም ዘይመውትሲ ኣይተዛረቦን። | በመሆኑም ይህ ደቀ መዝሙር አይሞትም የሚል ወሬ በወንድሞች መካከል ተሰራጨ። ይሁንና ኢየሱስ “እኔ እስክመጣ ድረስ እንዲቆይ ብፈቅድ አንተ ምን ቸገረህ?” አለው እንጂ አይሞትም አላለውም። |
59,198 | am_tg | ስለ እነዚህ ነገሮች የሚመሠክረውና እነዚህን ነገሮች የጻፈው ይህ ደቀ መዝሙር ነው፤ እሱ የሚሰጠው ምሥክርነትም እውነት እንደሆነ እናውቃለን። | እቲ ብዛዕባ እዚ ዝመስከረን ዝጸሓፈን ወደ መዝሙር፡ እዚ እዩ፣ ምስክሩ ሓቂ ምዃኑ ድማ ንፈልጥ ኢና። |
59,199 | tg_am | እቲ ብዛዕባ እዚ ዝመስከረን ዝጸሓፈን ወደ መዝሙር፡ እዚ እዩ፣ ምስክሩ ሓቂ ምዃኑ ድማ ንፈልጥ ኢና። | ስለ እነዚህ ነገሮች የሚመሠክረውና እነዚህን ነገሮች የጻፈው ይህ ደቀ መዝሙር ነው፤ እሱ የሚሰጠው ምሥክርነትም እውነት እንደሆነ እናውቃለን። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.