Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
59,200
am_tg
እርግጥ ኢየሱስ ያደረጋቸው ሌሎች ብዙ ነገሮችም አሉ፤ እነዚህ ሁሉ በዝርዝር ቢጻፉ ዓለም ራሱ የተጻፉትን ጥቅልሎች ለማስቀመጥ የሚበቃ ቦታ የሚኖረው አይመስለኝም።
የሱስ ዝገበሮ ብዙሕ ካልእ ኣሎ፣ ብዝርዝር ተጻሒፉ እንተ ዚኸውንሲ፡ ነቲ እተጻሕፈ ጥቕላላት መጻሕፍቲ፡ ዓለም እኳ ኣይምኣኸለቶን ይመስለኒ።
59,201
tg_am

59,202
am_tg
ከፈሪሳውያን ወገን፣ የአይሁዳውያን ገዢ የሆነ ኒቆዲሞስ የሚባል ሰው ነበር።
ካብቶም ፈሪሳውያን፡ ኒቆዲሞስ ዝስሙ ሓለቓ ኣይሁድ ነበረ።
59,203

59,204
am_tg
ይህ ሰው በማታ ወደ ኢየሱስ መጥቶ እንዲህ አለው፦ “ረቢ፣ አንተ ከአምላክ ዘንድ የመጣህ አስተማሪ እንደሆንክ እናውቃለን፤ ምክንያቱም አምላክ ከእሱ ጋር ካልሆነ በቀር አንተ የምትፈጽማቸውን ተአምራዊ ምልክቶች መፈጸም የሚችል አንድም ሰው የለም።”
ንሱ ብለይቲ ናብኡ መጺኡ፡ “መምህር፡ ብዘይካ እቲ ኣምላኽ ምስኡ ዝዀነ፡ ነዚ ንስኻ እትገብሮ ዘለኻ ትእምርትታት ኪገብሮ ዚኽእል የልቦን እሞ፡ ንስኻ መምህር ኴንካ ኻብ ኣምላኽ ከም ዝመጻእካ፡ ንፈልጥ ኢና” በሎ።
59,205

59,206
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “እውነት እውነት እልሃለሁ፣ አንድ ሰው ዳግመኛ ካልተወለደ በቀር የአምላክን መንግሥት ሊያይ አይችልም” አለው።
የሱስ ድማ፡ “ሰብ ዳግም እንተ ዘይተወሊዱ፡ ንመንግስቲ ኣምላኽ ኪርእያ ኣይክእልን እዩ፡ ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ” ኢሉ መለሰሉ።
59,207

59,208
am_tg
ኒቆዲሞስም “ሰው ከሸመገለ በኋላ እንዴት ሊወለድ ይችላል? ዳግም ወደ እናቱ ማህፀን ገብቶ ሊወለድ ይችላል?” አለው።
ኒቆዲሞስ ከኣ፡ “ሰብ ምስ ኣረገኸ፡ ከመይ ኢሉ ኺውለድ ይኽእል፧ ካልኣይ ሳዕ ናብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትዩስ፡ ኪውለድዶ ይኽእል እዩ፧” በሎ።
59,209

59,210
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰ፦ “እውነት እውነት እልሃለሁ፣ ሰው ከውኃና ከመንፈስ ካልተወለደ በቀር ወደ አምላክ መንግሥት ሊገባ አይችልም።
የሱስ ድማ፡ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ ሰብ ካብ ማይን ካብ መንፈስን እንተ ዘይተወሊዱ፡ ናብ መንግስቲ ኣምላኽ ኪኣቱ ኣይክእልን እዩ።
59,211

59,212
am_tg
ከሥጋ የተወለደ ሥጋ ነው፤ ከመንፈስ የተወለደ ደግሞ መንፈስ ነው።
ካብ ስጋ እተወልደ፡ ስጋ እዩ፣ ካብ መንፈስ እተወልደ ኸኣ፡ መንፈስ እዩ።
59,213

59,214
am_tg
‘ዳግመኛ መወለድ አለባችሁ’ ስላልኩህ አትገረም።
‘ዳግም ክትውለዱ ኣሎኩም’ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም።
59,215
tg_am
‘ዳግም ክትውለዱ ኣሎኩም’ ስለ ዝበልኩኻ፡ ኣይትገረም።
‘ዳግመኛ መወለድ አለባችሁ’ ስላልኩህ አትገረም።
59,216
am_tg
ነፋስ ወደፈለገው አቅጣጫ ይነፍሳል፤ ድምፁንም ትሰማለህ፤ ሆኖም ከየት እንደሚመጣና ወዴት እንደሚሄድ አታውቅም። ከመንፈስ የተወለደም ሁሉ እንደዚሁ ነው።”
ንፋስ ናብ ዝደለዮ ይነፍስ፣ ደሃዩ ኸኣ ትሰምዕ፣ ካበይ ከም ዚመጽእን ናበይ ከም ዚኸይድን ግና ኣይትፈልጥን ኢኻ። እቲ ኻብ መንፈስ እተወልደ ዘበለ ድማ ከምኡ እዩ” ኢሉ መለሰ።
59,217

59,218
am_tg
ኒቆዲሞስም መልሶ “ይህ እንዴት ሊሆን ይችላል?” አለው።
ኒቆዲሞስ ከኣ፡ “እዚ ኸመይ ኢሉ ኪኸውን ይኽእል፧” ኢሉ መለሰሉ።
59,219

59,220
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “አንተ የእስራኤል አስተማሪ ሆነህ ሳለህ እነዚህን ነገሮች አታውቅም?
የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሉ፦ “ንስኻ መምህር እስራኤል ክነስኻስ፡ እዚዶ ኣይትፈልጥን፧
59,221

59,222
am_tg
እውነት እውነት እልሃለሁ፣ እኛ የምናውቀውን እንናገራለን፤ ያየነውንም እንመሠክራለን፤ እናንተ ግን እኛ የምንሰጠውን ምሥክርነት አትቀበሉም።
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለካ ኣለኹ፡ እንፈልጦ ንዛረብ፡ ዝረኣናዮ እውን ንምስክር ኢና፣ ነቲ እንምስክሮ ግና ኣይትቕበልዎን ኢኹም።
59,223

59,224
am_tg
ስለ ምድራዊ ነገሮች ነግሬአችሁ የማታምኑ ከሆነ ስለ ሰማያዊ ነገሮች ብነግራችሁ እንዴት ታምናላችሁ?
ናይ ምድሪ ነጊረኩም ካብ ዘይትኣምኑስ፡ ናይ ሰማይ እንተ ነጊረኩም ደኣ ኸመይ ጌርኩም ክትኣምኑ ኢኹም፧
59,225

59,226
am_tg
ደግሞም ከሰማይ ከወረደው ከሰው ልጅ በቀር ወደ ሰማይ የወጣ የለም።
ብዘይካ እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ ወዲ ሰብ ድማ፡ ናብ ሰማይ ዝዓረገ ሓደ እኳ የልቦን።
59,227

59,228
am_tg
ሙሴ በምድረ በዳ እባቡን እንደሰቀለ፣ የሰው ልጅም እንዲሁ ሊሰቀል ይገባዋል፤
ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ ኸኣ፡ ወዲ ሰብ ኪስቀል ኣለዎ፣
59,229

59,230
am_tg
ይኸውም በእሱ የሚያምን ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲኖረው ነው።
ከምኡ ዚኸውን ድማ፡ ብእኡ ዚኣምን ኵሉ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እዩ።
59,231

59,232
am_tg
“አምላክ ዓለምን እጅግ ከመውደዱ የተነሳ በልጁ የሚያምን ሁሉ የዘላለም ሕይወት እንዲኖረው እንጂ እንዳይጠፋ ሲል አንድያ ልጁን ሰጥቷል።
“ኣምላኽሲ በቲ ሓደ ወዱ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቂርዋ እዩ።
59,233

59,234
am_tg
ምክንያቱም አምላክ ልጁን ወደ ዓለም የላከው በዓለም ላይ እንዲፈርድ ሳይሆን ዓለም በእሱ አማካኝነት እንዲድን ነው።
ኣምላኽ ንወዱ፡ ንዓለም ኪፈርዳ ዘይኰነስ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን ኢሉ እዩ ናብ ዓለም ዝለኣኾ።
59,235

59,236
am_tg
በእሱ የሚያምን ሁሉ አይፈረድበትም። በእሱ የማያምን ሁሉ ግን በአምላክ አንድያ ልጅ ስም ስለማያምን ቀድሞውኑም ተፈርዶበታል።
እቲ ብእኡ ዚኣምን፡ ኣይፍረዶን። እቲ ብእኡ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ ኣሎ።
59,237

59,238
am_tg
እንግዲህ የሚፈረድባቸው በዚህ መሠረት ነው፦ ብርሃን ወደ ዓለም መጣ፤ ሰዎች ግን ሥራቸው ክፉ ስለነበረ ከብርሃን ይልቅ ጨለማን ወደዱ።
ንፍርዲ መሰረት ዚኸውን ከኣ እዚ እዩ፦ ብርሃን ናብ ዓለም መጺኡ ኣሎ፣ ሰባት ግና ግብሮም እኩይ እዩ እሞ፡ ካብ ብርሃንሲ ጸልማት እዮም ፈትዮም።
59,239

59,240
am_tg
መጥፎ ነገር የሚያደርግ ሁሉ ብርሃንን ይጠላልና፤ እንዲሁም ሥራው እንዳይጋለጥበት ወደ ብርሃን አይመጣም።
እቲ ኽፉእ ዚገብርሲ፡ ብርሃን ይጸልእ እዩ፣ ግብሩ ምእንቲ ኸይቅላዕ ከኣ፡ ናብ ብርሃን ኣይመጽእን እዩ።
59,241

59,242
am_tg
ትክክል የሆነውን የሚያደርግ ሁሉ ግን ያደረገው ነገር ከአምላክ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ የተከናወነ መሆኑ እንዲታይ ወደ ብርሃን ይመጣል።”
እቲ ሓቂ ዚገብር ግና፡ ግብሩ ምስ ፍቓድ ኣምላኽ ተሰማሚዑ ኸም እተገብረ ምእንቲ ኺግሃድ፡ ናብ ብርሃን ይመጽእ እዩ።”
59,243

59,244
am_tg
ከዚህ በኋላ ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱ ወደ ይሁዳ ገጠራማ ክልል ሄዱ፤ በዚያም ከእነሱ ጋር ለተወሰነ ጊዜ ቆየ፤ ያጠምቅም ነበር።
ድሕርዚ፡ የሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብ ገጠራት ይሁዳ ኸደ፣ ኣብኡ ኸኣ ምሳታቶም ጸንሐ፡ የጥምቕ እውን ነበረ።
59,245

59,246
am_tg
ይሁንና ዮሐንስም በሳሊም አቅራቢያ በሄኖን ብዙ ውኃ በመኖሩ በዚያ እያጠመቀ ነበር፤ ሰዎችም እየመጡ ይጠመቁ ነበር፤
ዮሃንስ ግና ኣብ ሄኖን፡ ኣብ ጥቓ ሳሊም ብዙሕ ማይ ስለ ዝነበረ፡ ኣብኡ የጥምቕ ነበረ፣ ሰባት ከኣ ይመጹን ይጥመቑን ነበሩ፣
59,247

59,248
am_tg
በዚህ ጊዜ ዮሐንስ ገና እስር ቤት አልገባም ነበር።
ክሳዕ ሽዑ ዮሃንስ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣይተደርበየን ነበረ።
59,249
tg_am
ክሳዕ ሽዑ ዮሃንስ ናብ ቤት ማእሰርቲ ኣይተደርበየን ነበረ።
በዚህ ጊዜ ዮሐንስ ገና እስር ቤት አልገባም ነበር።
59,250
am_tg
የዮሐንስ ደቀ መዛሙርት የመንጻት ሥርዓትን በተመለከተ ከአንድ አይሁዳዊ ጋር ተከራከሩ።
ደቀ መዛሙርቲ ዮሃንስ ድማ ምስ ሓደ ኣይሁዳዊ፡ ብዛዕባ ምንጻህ፡ ክርክር ኣልዓሉ።
59,251

59,252
am_tg
ከዚያ በኋላ ወደ ዮሐንስ መጥተው “ረቢ፣ በዮርዳኖስ ማዶ ከአንተ ጋር የነበረውና ስለ እሱ የመሠከርክለት ሰው እያጠመቀ ነው፤ ሰዉም ሁሉ ወደ እሱ እየሄደ ነው” አሉት።
ናብ ዮሃንስ መጺኦም ከኣ፡ “መምህር፡ እቲ ኣብ ስግር ዮርዳኖስ ምሳኻ ዝነበረ፡ ንስኻ እውን ዝመስከርካሉ፡ እንሆ፡ ንሱ የጥምቕ፡ ኵሉ ኸኣ ናብኡ ይኸይድ ኣሎ” በልዎ።
59,253

59,254
am_tg
ዮሐንስም መልሶ እንዲህ አለ፦ “አንድ ሰው ከሰማይ ካልተሰጠው በቀር አንዳች ነገር ሊያገኝ አይችልም።
ዮሃንስ ከኣ፡ “ሰብ ካብ ሰማይ እንተ ዘይተዋሂብዎስ፡ ሓንቲ እኳ ኪቕበል ኣይክእልን እዩ።
59,255

59,256
am_tg
‘እኔ ክርስቶስ አይደለሁም፤ ከዚህ ይልቅ ከእሱ በፊት የተላክሁ ነኝ’ እንዳልኩ እናንተ ራሳችሁ ትመሠክራላችሁ።
‘ኣነ ቐቅድሚኡ እተለኣኽኩ እምበር፡ ክርስቶስ ኣይኰንኩን’ ከም ዝበልኩ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ምስክረይ ኢኹም።
59,257

59,258
am_tg
ሙሽራይቱ የሙሽራው ናት። ይሁን እንጂ የሙሽራው ጓደኛ በዚያ ቆሞ ሲሰማው በሙሽራው ድምፅ የተነሳ እጅግ ደስ ይለዋል። በመሆኑም የእኔ ደስታ ተፈጽሟል።
እቲ መርዓት ዘላቶ፡ መርዓዊ እዩ። ዓርኪ መርዓዊ ግና ደው ኢሉ ንዕኡ ምስ ዚሰምዖ፡ ብድምጺ እቲ መርዓዊ ኣዝዩ ይሕጐስ እዩ። ስለዚ፡ ሓጐሰይ ምሉእ ኰይኑ ኣሎ።
59,259

59,260
am_tg
እሱ እየጨመረ መሄድ አለበት፤ እኔ ግን እየቀነስኩ መሄድ አለብኝ።”
ንሱ ኺውስኽ፡ ኣነ ግና ክንኪ ኣሎኒ” ኢሉ መለሰ።
59,261

59,262
am_tg
ከላይ የሚመጣው ከሌሎች ሁሉ በላይ ነው። ከምድር የሆነው ምድራዊ ነው፤ የሚናገረውም ስለ ምድራዊ ነገሮች ነው። ከሰማይ የሚመጣው ከሌሎች ሁሉ በላይ ነው።
እቲ ኻብ ላዕሊ ዚመጽእ፡ ልዕሊ ዅሉ እዩ። እቲ ኻብ ምድሪ ዝዀነ፡ ምድራዊ እዩ፣ ናይ ምድሪ እውን ይዛረብ። እቲ ኻብ ሰማይ ዚመጽእ፡ ልዕሊ ዅሉ እዩ።
59,263

59,264
am_tg
ስላየውና ስለሰማው ነገር ይመሠክራል፤ ነገር ግን ምሥክርነቱን የሚቀበል ሰው የለም።
ንምስክሩ ዚቕበሎ የልቦን እምበር፡ ንሱስ ዝረኣዮን ዝሰምዖን እዩ ዚምስክር።
59,265

59,266
am_tg
ምሥክርነቱን የተቀበለ ሰው ሁሉ አምላክ እውነተኛ መሆኑን አረጋግጧል።
እቲ ንምስክሩ እተቐበለ ግና፡ ኣምላኽ ሓቀኛ ምዃኑ ሓተመ።
59,267

59,268
am_tg
ምክንያቱም አምላክ የላከው የአምላክን ቃል ይናገራል፤ አምላክ መንፈሱን ቆጥቦ አይሰጥምና።
ከመይሲ፡ ኣምላኽ መንፈሱ ቘጢቡ ኣይህብን እዩ እሞ፡ እቲ ኣምላኽ ዝለኣኾ፡ ቃል ኣምላኽ እዩ ዚነግር።
59,269

59,270
am_tg
አብ ወልድን ይወዳል፤ ደግሞም ሁሉንም ነገር በእጁ ሰጥቶታል።
ኣቦ ንወዲ የፍቅሮ እዩ፡ ኵሉ ድማ ኣብ ኢዱ ሃቦ።
59,271
tg_am
ኣቦ ንወዲ የፍቅሮ እዩ፡ ኵሉ ድማ ኣብ ኢዱ ሃቦ።
አብ ወልድን ይወዳል፤ ደግሞም ሁሉንም ነገር በእጁ ሰጥቶታል።
59,272
am_tg
በወልድ የሚያምን የዘላለም ሕይወት አለው፤ ወልድን የማይታዘዝ ግን የአምላክ ቁጣ በላዩ ይኖራል እንጂ ሕይወትን አያይም።
እቲ ብወዲ ዚኣምን፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ፣ እቲ ንወዲ ዘይእዘዞ ግና፡ ቍጥዓ ኣምላኽ ደኣ ኣብኡ ይነብር እምበር፡ ንህይወት ኣይኪርእያን እዩ።
59,273

59,274
am_tg
በመንገድ እያለፈ ሳለም ሲወለድ ጀምሮ ዓይነ ስውር የሆነ አንድ ሰው አየ።
ኪሓልፍ ከሎ፡ ብዕዉሩ እተወልደ ሰብኣይ ረኣየ።
59,275

59,276
am_tg
ደቀ መዛሙርቱም “ረቢ፣ ይህ ሰው ዓይነ ስውር ሆኖ የተወለደው ማን በሠራው ኃጢአት ነው? በራሱ ኃጢአት ነው ወይስ በወላጆቹ?” ሲሉ ጠየቁት።
ደቀ መዛሙርቱ ድማ፡ “መምህር፡ ዕዉር ኰይኑ ዚውለድሲ፡ መን እዩ ዝሓጥአ፧ ንሱ ድዩ ወይስ ወለዱ፧” ኢሎም ሓተትዎ።
59,277

59,278
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰ፦ “እሱም ሆነ ወላጆቹ ኃጢአት አልሠሩም፤ ሆኖም ይህ የሆነው የአምላክ ሥራ በእሱ እንዲገለጥ ነው።
የሱስ ከኣ፡ “ግብሪ ኣምላኽ ኣብኡ ምእንቲ ኺግሃድ ደኣ እዩ እምበር፡ ንሱ ኣይሓጥአ፡ ወለዱ ኣይሓጥኡ።
59,279

59,280
am_tg
ቀን ሳለ፣ የላከኝን የእሱን ሥራ መሥራት አለብን፤ ማንም ሊሠራ የማይችልበት ሌሊት ይመጣል።
መዓልቲ ኸላ፡ ግብሪ እቲ ዝለኣኸኒ ኽንገብር ይግብኣና እዩ፣ ሓደ እኳ ኺዓይየላ ዘይክእል ለይቲ ትመጽእ ኣላ።
59,281

59,282
am_tg
በዓለም እስካለሁ ድረስ የዓለም ብርሃን ነኝ።”
ኣነ ኣብ ዓለም ክሳዕ ዘለኹ፡ ብርሃን ዓለም እየ” ኢሉ መለሰሎም።
59,283

59,284
am_tg
ይህን ካለ በኋላ መሬት ላይ እንትፍ በማለት በምራቁ ጭቃ ለወሰ፤ ጭቃውንም በሰውየው ዓይኖች ላይ ቀባ፤
እዚ ምስ በለ፡ ኣብ ምድሪ ጡፍ ኢሉ በቲ ጥፍጣፍ ጸብሪ ገበረ፣ በቲ ጸብሩ ኸኣ ኣዒንቲ እቲ ሰብኣይ ለኸየ
59,285

59,286
am_tg
ሰውየውንም “ሄደህ በሰሊሆም ገንዳ ታጠብ” አለው (ሰሊሆም ማለት “ተላከ” ማለት ነው)። ሰውየውም ሄዶ ታጠበ፤ ዓይኑም በርቶለት መጣ።
እሞ፡ “ኣብ ሓጽቢ ሰሊሆም (ትርጉሙ “እተላእከ” እዩ) ኬድካ ተሓጸብ” በሎ። ከይዱ ተሓጽበ፡ እናረኣየ እውን ተመልሰ።
59,287

59,288
am_tg
ከዚያም ጎረቤቶቹና ቀደም ሲል ሲለምን ያዩት የነበሩ ሰዎች “ይህ ሰው ተቀምጦ ይለምን የነበረው አይደለም እንዴ?” አሉ።
ስለዚ፡ እቶም ጐረባብትን እቶም ቀደም ለማኒ ኸሎ ዚርእይዎ ዝነበሩን፡ “እዝስ እቲ ተቐሚጡ ዚልምን ዝነበረ ደይኰነን፧” በሉ።
59,289

59,290
am_tg
አንዳንዶች “አዎ፣ እሱ ነው” ሲሉ ሌሎች ደግሞ “አይ፣ እሱን ይመስላል እንጂ እሱ አይደለም” ይሉ ነበር። ሰውየው ግን “እኔው ነኝ” ይል ነበር።
ገሊኣቶም፡ “ንሱ እዩ” ይብሉ ነበሩ። ካልኦት ከኣ፡ “ኣይኰነን፡ ንዕኡ ደኣ ይመስል” ይብሉ ነበሩ። ንሱ ኸኣ፡ “ኣነ እየ” ይብሎም ነበረ።
59,291

59,292
am_tg
በመሆኑም “ታዲያ ዓይኖችህ እንዴት ተከፈቱ?” ሲሉ ጠየቁት።
ስለዚ፡ ንሳቶም፡ “ከመይ ኢለን ደኣ ኣዒንትኻ ተኸፊተን፧” ኢሎም ሓተትዎ።
59,293

59,294
am_tg
እሱም “ኢየሱስ የተባለው ሰው ጭቃ ለውሶ ዓይኖቼን ቀባና ‘ወደ ሰሊሆም ሄደህ ታጠብ’ አለኝ። እኔም ሄጄ ታጠብኩ፤ ዓይኔም በራልኝ” ሲል መለሰ።
ንሱ ኸኣ፡ “እቲ የሱስ ዚብሃል ሰብኣይ፡ ጸብሪ ገይሩ ኣዒንተይ ለኽዩ፡ ‘ናብ ሰሊሆም ኬድካ ተሓጸብ’ ኢሉኒ። ኣነ እውን ከይደ ምስ ተሓጸብኩ፡ ክርኢ ኽኢለ” በሎም።
59,295

59,296
am_tg
በዚህ ጊዜ “ሰውየው የት አለ?” አሉት። እሱም “እኔ አላውቅም” አለ።
ንሳቶም ድማ፡ “እቲ ሰብኣይ እቲኸ ኣበይ ኣሎ፧” በልዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ኣይፈልጥን” በሎም።
59,297

59,298
am_tg
እነሱም ዓይነ ስውር የነበረውን ሰው ወደ ፈሪሳውያን ወሰዱት።
ነቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ፡ ናብ ፈሪሳውያን ወሰድዎ።
59,299
tg_am
ነቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ፡ ናብ ፈሪሳውያን ወሰድዎ።
እነሱም ዓይነ ስውር የነበረውን ሰው ወደ ፈሪሳውያን ወሰዱት።