Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
59,300 | am_tg | እንደ አጋጣሚ ሆኖ ኢየሱስ ጭቃውን የለወሰበትና የሰውየውን ዓይኖች ያበራበት ቀን ሰንበት ነበር። | ብኣጋጣሚ፡ እታ የሱስ ጸብሪ ገይሩ ኣዒንቱ ዝኸፈተላ መዓልቲ፡ ሰንበት ነበረት። |
59,301 | tg_am | ብኣጋጣሚ፡ እታ የሱስ ጸብሪ ገይሩ ኣዒንቱ ዝኸፈተላ መዓልቲ፡ ሰንበት ነበረት። | እንደ አጋጣሚ ሆኖ ኢየሱስ ጭቃውን የለወሰበትና የሰውየውን ዓይኖች ያበራበት ቀን ሰንበት ነበር። |
59,302 | am_tg | በዚህ ጊዜ ፈሪሳውያኑም እንዴት ማየት እንደቻለ ጠየቁት። እሱም “ሰውየው ዓይኖቼን ጭቃ ቀባ፤ እኔም ታጠብኩ፤ ከዚያም ማየት ቻልኩ” አላቸው። | ስለዚ፡ ፈሪሳውያን እውን ነቲ ሰብኣይ ከመይ ኢሉ ኸም ዝረኣየ ሓተትዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ጸብሪ ኣብ ኣዒንተይ ገይሩለይ፡ ምስ ተሓጸብኩ ድማ ክርኢ ኽኢለ” በሎም። |
59,303 | tg_am | ስለዚ፡ ፈሪሳውያን እውን ነቲ ሰብኣይ ከመይ ኢሉ ኸም ዝረኣየ ሓተትዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ጸብሪ ኣብ ኣዒንተይ ገይሩለይ፡ ምስ ተሓጸብኩ ድማ ክርኢ ኽኢለ” በሎም። | በዚህ ጊዜ ፈሪሳውያኑም እንዴት ማየት እንደቻለ ጠየቁት። እሱም “ሰውየው ዓይኖቼን ጭቃ ቀባ፤ እኔም ታጠብኩ፤ ከዚያም ማየት ቻልኩ” አላቸው። |
59,304 | am_tg | ከፈሪሳውያንም መካከል አንዳንዶቹ “ይህ ሰው ሰንበትን ስለማያከብር ከአምላክ የመጣ አይደለም” አሉ። ሌሎቹ ደግሞ “ኃጢአተኛ የሆነ ሰው እንዲህ ያሉ ተአምራዊ ምልክቶችን እንዴት ሊፈጽም ይችላል?” አሉ። በመሆኑም በመካከላቸው ክፍፍል ተፈጠረ። | ሽዑ፡ ገለ ኻብቶም ፈሪሳውያን፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ፡ ሰንበት ካብ ዘየኽብርሲ፡ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን” በሉ። ካልኦት ድማ፡ “ሓጥእ ሰብ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኸምዚ ዝበለ ትእምርትታት ኪገብር ይኽእል፧” በሉ። ኣብ መንጎኦም ከኣ ፍልልይ ኰነ። |
59,305 | tg_am | ሽዑ፡ ገለ ኻብቶም ፈሪሳውያን፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ፡ ሰንበት ካብ ዘየኽብርሲ፡ ካብ ኣምላኽ ኣይኰነን” በሉ። ካልኦት ድማ፡ “ሓጥእ ሰብ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኸምዚ ዝበለ ትእምርትታት ኪገብር ይኽእል፧” በሉ። ኣብ መንጎኦም ከኣ ፍልልይ ኰነ። | ከፈሪሳውያንም መካከል አንዳንዶቹ “ይህ ሰው ሰንበትን ስለማያከብር ከአምላክ የመጣ አይደለም” አሉ። ሌሎቹ ደግሞ “ኃጢአተኛ የሆነ ሰው እንዲህ ያሉ ተአምራዊ ምልክቶችን እንዴት ሊፈጽም ይችላል?” አሉ። በመሆኑም በመካከላቸው ክፍፍል ተፈጠረ። |
59,306 | am_tg | በድጋሚም ዓይነ ስውሩን “ይህ ሰው ዓይኖችህን ስላበራልህ ስለ እሱ ምን ትላለህ?” አሉት። ሰውየውም “እሱ ነቢይ ነው” አለ። | ሽዑ፡ ነቲ ዕዉር ከም ብሓድሽ፡ “ኣዒንትኻ ኸፊቱልካ እዩ እሞ፡ ንስኻኸ ብዛዕባኡ እንታይ ትብል፧” በልዎ። ንሱ ድማ፡ “ነብዪ እዩ” በሎም። |
59,307 | tg_am | ሽዑ፡ ነቲ ዕዉር ከም ብሓድሽ፡ “ኣዒንትኻ ኸፊቱልካ እዩ እሞ፡ ንስኻኸ ብዛዕባኡ እንታይ ትብል፧” በልዎ። ንሱ ድማ፡ “ነብዪ እዩ” በሎም። | በድጋሚም ዓይነ ስውሩን “ይህ ሰው ዓይኖችህን ስላበራልህ ስለ እሱ ምን ትላለህ?” አሉት። ሰውየውም “እሱ ነቢይ ነው” አለ። |
59,308 | am_tg | ይሁን እንጂ አይሁዳውያኑ ማየት የቻለውን ሰው ወላጆች እስከጠሩበት ጊዜ ድረስ ሰውየው ዓይነ ስውር እንደነበረና በኋላ ዓይኑ እንደበራለት አላመኑም ነበር። | ኣይሁድ ግና ንወለዲ እቲ ኣዒንቱ እተኸፍታሉ ኽሳዕ ዚጽውዑ፡ ዕዉር ነይሩስ ከም ዝረኣየ ኣይኣመኑን። |
59,309 | tg_am | ኣይሁድ ግና ንወለዲ እቲ ኣዒንቱ እተኸፍታሉ ኽሳዕ ዚጽውዑ፡ ዕዉር ነይሩስ ከም ዝረኣየ ኣይኣመኑን። | ይሁን እንጂ አይሁዳውያኑ ማየት የቻለውን ሰው ወላጆች እስከጠሩበት ጊዜ ድረስ ሰውየው ዓይነ ስውር እንደነበረና በኋላ ዓይኑ እንደበራለት አላመኑም ነበር። |
59,310 | am_tg | ወላጆቹንም “ዓይነ ስውር ሆኖ ተወልዷል የምትሉት ልጃችሁ ይህ ነው? ታዲያ አሁን እንዴት ሊያይ ቻለ?” ሲሉ ጠየቋቸው። | ንዓታቶም ከኣ፡ “እዚዶ እቲ ብዕዉሩ ተወሊዱ እትብልዎ ወድኹም እዩ፧ ሕጂ ደኣ ኸመይ ኢሉ ይርኢ ኣሎ፧” ኢሎም ሓተትዎም። |
59,311 | tg_am | ንዓታቶም ከኣ፡ “እዚዶ እቲ ብዕዉሩ ተወሊዱ እትብልዎ ወድኹም እዩ፧ ሕጂ ደኣ ኸመይ ኢሉ ይርኢ ኣሎ፧” ኢሎም ሓተትዎም። | ወላጆቹንም “ዓይነ ስውር ሆኖ ተወልዷል የምትሉት ልጃችሁ ይህ ነው? ታዲያ አሁን እንዴት ሊያይ ቻለ?” ሲሉ ጠየቋቸው። |
59,312 | am_tg | ወላጆቹም እንዲህ ሲሉ መለሱ፦ “ይህ ልጃችን እንደሆነና ዓይነ ስውር ሆኖ እንደተወለደ እናውቃለን። | ወለዱ ድማ፡ “እዚ ወድና ምዃኑን ብዕዉሩ ኸም እተወልደን ንፈልጥ ኢና። |
59,313 | tg_am | ወለዱ ድማ፡ “እዚ ወድና ምዃኑን ብዕዉሩ ኸም እተወልደን ንፈልጥ ኢና። | ወላጆቹም እንዲህ ሲሉ መለሱ፦ “ይህ ልጃችን እንደሆነና ዓይነ ስውር ሆኖ እንደተወለደ እናውቃለን። |
59,314 | am_tg | አሁን ግን እንዴት ሊያይ እንደቻለ የምናውቀው ነገር የለም፤ ዓይኖቹን ማን እንዳበራለትም አናውቅም። እሱን ጠይቁት፤ ሙሉ ሰው ነው። ስለ ራሱ መናገር ያለበት እሱ ነው።” | ሕጂ ኸመይ ኢሉ ይርኢ ኸም ዘሎ ግና ኣይንፈልጥን ኢና፣ ወይስ መን ኣዒንቱ ኸም ዝኸፈተሉ ኣይንፈልጥን ኢና። ንዕኡ ሕተትዎ። ንሱ በጽሒ እዩ። ብዛዕባ ርእሱ ባዕሉ ይዛረብ” ኢሎም መለሱ። |
59,315 | tg_am | ሕጂ ኸመይ ኢሉ ይርኢ ኸም ዘሎ ግና ኣይንፈልጥን ኢና፣ ወይስ መን ኣዒንቱ ኸም ዝኸፈተሉ ኣይንፈልጥን ኢና። ንዕኡ ሕተትዎ። ንሱ በጽሒ እዩ። ብዛዕባ ርእሱ ባዕሉ ይዛረብ” ኢሎም መለሱ። | አሁን ግን እንዴት ሊያይ እንደቻለ የምናውቀው ነገር የለም፤ ዓይኖቹን ማን እንዳበራለትም አናውቅም። እሱን ጠይቁት፤ ሙሉ ሰው ነው። ስለ ራሱ መናገር ያለበት እሱ ነው።” |
59,316 | am_tg | ወላጆቹ ይህን ያሉት አይሁዳውያኑን ስለፈሩ ነው፤ ምክንያቱም አይሁዳውያን ኢየሱስን፣ ‘ክርስቶስ ነው’ ብሎ የተቀበለ ማንኛውም ሰው ከምኩራብ እንዲባረር አስቀድመው ወስነው ነበር። | ኣይሁድ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንእተኣመነ ኻብ ምኵራቦም ኬውጽእዎ ተሰማሚዖም ነበሩ እሞ፡ ወለዱ ንኣይሁድ ስለ ዝፈርሁ እዮም እዚ ዝበሉ። |
59,317 | tg_am | ኣይሁድ፡ ንሱ ክርስቶስ ምዃኑ ንእተኣመነ ኻብ ምኵራቦም ኬውጽእዎ ተሰማሚዖም ነበሩ እሞ፡ ወለዱ ንኣይሁድ ስለ ዝፈርሁ እዮም እዚ ዝበሉ። | ወላጆቹ ይህን ያሉት አይሁዳውያኑን ስለፈሩ ነው፤ ምክንያቱም አይሁዳውያን ኢየሱስን፣ ‘ክርስቶስ ነው’ ብሎ የተቀበለ ማንኛውም ሰው ከምኩራብ እንዲባረር አስቀድመው ወስነው ነበር። |
59,318 | am_tg | ወላጆቹ “ሙሉ ሰው ነው። እሱን ጠይቁት” ያሉት ለዚህ ነበር። | ስለዚ ኸኣ እዮም ወለዱ፡ “ንሱ በጽሒ እዩ። ንዕኡ ሕተትዎ” ዝበሉ። |
59,319 | tg_am | ስለዚ ኸኣ እዮም ወለዱ፡ “ንሱ በጽሒ እዩ። ንዕኡ ሕተትዎ” ዝበሉ። | ወላጆቹ “ሙሉ ሰው ነው። እሱን ጠይቁት” ያሉት ለዚህ ነበር። |
59,320 | am_tg | ስለዚህ ዓይነ ስውር የነበረውን ሰው ለሁለተኛ ጊዜ ጠርተው “እውነቱን በመናገር ለአምላክ ክብር ስጥ፤ እኛ ይህ ሰው ኃጢአተኛ መሆኑን እናውቃለን” አሉት። | ሽዑ፡ ነቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ ካልኣይ ሳዕ ጸዊዖም፡ “ንኣምላኽ ክብሪ ሃብ፣ እዚ ሰብኣይ እዚ ሓጥእ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና” በልዎ። |
59,321 | tg_am | ሽዑ፡ ነቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ ካልኣይ ሳዕ ጸዊዖም፡ “ንኣምላኽ ክብሪ ሃብ፣ እዚ ሰብኣይ እዚ ሓጥእ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና” በልዎ። | ስለዚህ ዓይነ ስውር የነበረውን ሰው ለሁለተኛ ጊዜ ጠርተው “እውነቱን በመናገር ለአምላክ ክብር ስጥ፤ እኛ ይህ ሰው ኃጢአተኛ መሆኑን እናውቃለን” አሉት። |
59,322 | am_tg | እሱም መልሶ “ኃጢአተኛ ይሁን አይሁን የማውቀው ነገር የለም። እኔ የማውቀው ዓይነ ስውር እንደነበርኩና አሁን ግን ማየት እንደቻልኩ ነው” አለ። | ንሱ ኸኣ፡ “ኣነስ፡ ሓጥእ እንተ ዀይኑ ኣይፈልጥን እየ። ዕዉር ከም ዝነበርኩ፡ ሕጂ ግና እርኢ ኸም ዘለኹ፡ እዛ ሓንቲ ነገር እዚኣ እየ ዝፈልጥ” ኢሉ መለሰ። |
59,323 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ኣነስ፡ ሓጥእ እንተ ዀይኑ ኣይፈልጥን እየ። ዕዉር ከም ዝነበርኩ፡ ሕጂ ግና እርኢ ኸም ዘለኹ፡ እዛ ሓንቲ ነገር እዚኣ እየ ዝፈልጥ” ኢሉ መለሰ። | እሱም መልሶ “ኃጢአተኛ ይሁን አይሁን የማውቀው ነገር የለም። እኔ የማውቀው ዓይነ ስውር እንደነበርኩና አሁን ግን ማየት እንደቻልኩ ነው” አለ። |
59,324 | am_tg | በዚህ ጊዜ “ምንድን ነው ያደረገልህ? ዓይንህን ያበራልህስ እንዴት ነው?” አሉት። | ሽዑ፡ ንሳቶም፡ “እንታይ እዩ ገይሩልካ፧ ከመይ ገይሩኸ ኣዒንትኻ ኸፊቱልካ፧” በልዎ። |
59,325 | tg_am | ሽዑ፡ ንሳቶም፡ “እንታይ እዩ ገይሩልካ፧ ከመይ ገይሩኸ ኣዒንትኻ ኸፊቱልካ፧” በልዎ። | በዚህ ጊዜ “ምንድን ነው ያደረገልህ? ዓይንህን ያበራልህስ እንዴት ነው?” አሉት። |
59,326 | am_tg | እሱም “ነገርኳችሁ እኮ፤ እናንተ ግን አትሰሙም። እንደገና መስማት የፈለጋችሁት ለምንድን ነው? እናንተም የእሱ ደቀ መዝሙር መሆን ፈለጋችሁ እንዴ?” ሲል መለሰላቸው። | ንሱ ኸኣ፡ “ነጊረኩምሲ፡ ኣይሰማዕኩምን። ስለምንታይ ከም ብሓድሽ ክትሰምዑ ትደልዩ ኣለኹም፧ ንስኻትኩም እውንዶ ደቀ መዛሙርቱ ኽትኰኑ ትደልዩ ኣለኹም፧” ኢሉ መለሰሎም። |
59,327 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ነጊረኩምሲ፡ ኣይሰማዕኩምን። ስለምንታይ ከም ብሓድሽ ክትሰምዑ ትደልዩ ኣለኹም፧ ንስኻትኩም እውንዶ ደቀ መዛሙርቱ ኽትኰኑ ትደልዩ ኣለኹም፧” ኢሉ መለሰሎም። | እሱም “ነገርኳችሁ እኮ፤ እናንተ ግን አትሰሙም። እንደገና መስማት የፈለጋችሁት ለምንድን ነው? እናንተም የእሱ ደቀ መዝሙር መሆን ፈለጋችሁ እንዴ?” ሲል መለሰላቸው። |
59,328 | am_tg | እነሱም ሰውየውን በንቀት እንዲህ አሉት፦ “የዚያ ሰው ደቀ መዝሙር አንተ ነህ፤ እኛ ግን የሙሴ ደቀ መዛሙርት ነን። | ንሳቶም ከኣ ጸረፍዎ፡ “ንስኻ ወደ መዝሙሩ ኢኻ፣ ንሕና ግና ደቀ መዛሙርቲ ሙሴ ኢና። |
59,329 | tg_am | ንሳቶም ከኣ ጸረፍዎ፡ “ንስኻ ወደ መዝሙሩ ኢኻ፣ ንሕና ግና ደቀ መዛሙርቲ ሙሴ ኢና። | እነሱም ሰውየውን በንቀት እንዲህ አሉት፦ “የዚያ ሰው ደቀ መዝሙር አንተ ነህ፤ እኛ ግን የሙሴ ደቀ መዛሙርት ነን። |
59,330 | am_tg | አምላክ ሙሴን እንዳነጋገረው እናውቃለን፤ ይህ ሰው ግን ከየት እንደመጣ አናውቅም።” | ንሕናስ፡ ኣምላኽ ንሙሴ ኸም እተዛረቦ ንፈልጥ ኢና፣ እዚ ግና ካበይ ምዃኑ ኣይንፈልጥን ኢና” እውን በልዎ። |
59,331 | tg_am | ንሕናስ፡ ኣምላኽ ንሙሴ ኸም እተዛረቦ ንፈልጥ ኢና፣ እዚ ግና ካበይ ምዃኑ ኣይንፈልጥን ኢና” እውን በልዎ። | አምላክ ሙሴን እንዳነጋገረው እናውቃለን፤ ይህ ሰው ግን ከየት እንደመጣ አናውቅም።” |
59,332 | am_tg | ሰውየውም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ከየት እንደመጣ አለማወቃችሁ በጣም የሚያስገርም ነገር ነው፤ ያም ሆነ ይህ ዓይኖቼን አብርቶልኛል። | እቲ ሰብኣይ ድማ፡ “ካበይ ምዃኑ ዘይምፍላጥኩም ብሓቂ ዜገርም እዩ፣ ንዓይ ግና ኣዒንተይ ከፊቱለይ። |
59,333 | tg_am | እቲ ሰብኣይ ድማ፡ “ካበይ ምዃኑ ዘይምፍላጥኩም ብሓቂ ዜገርም እዩ፣ ንዓይ ግና ኣዒንተይ ከፊቱለይ። | ሰውየውም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ከየት እንደመጣ አለማወቃችሁ በጣም የሚያስገርም ነገር ነው፤ ያም ሆነ ይህ ዓይኖቼን አብርቶልኛል። |
59,334 | am_tg | አምላክ ኃጢአተኞችን እንደማይሰማ እናውቃለን፤ ፈሪሃ አምላክ ያለውንና ፈቃዱን የሚያደርገውን ሁሉ ግን ይሰማዋል። | ንኣምላኽ ዚፈርህን ፍቓዱ ዚገብርን እንተሎ፡ ንዕኡ ይሰምዖ እምበር፡ ኣምላኽ ንሓጥኣን ከም ዘይሰምዖም ንፈልጥ ኢና። |
59,335 | tg_am | ንኣምላኽ ዚፈርህን ፍቓዱ ዚገብርን እንተሎ፡ ንዕኡ ይሰምዖ እምበር፡ ኣምላኽ ንሓጥኣን ከም ዘይሰምዖም ንፈልጥ ኢና። | አምላክ ኃጢአተኞችን እንደማይሰማ እናውቃለን፤ ፈሪሃ አምላክ ያለውንና ፈቃዱን የሚያደርገውን ሁሉ ግን ይሰማዋል። |
59,336 | am_tg | ዓይነ ስውር ሆኖ የተወለደን ሰው ዓይኖች የከፈተ አለ ሲባል ከጥንት ዘመን ጀምሮ ተሰምቶ አይታወቅም። | ብዕዉሩ ንእተወልደ ሰብ ሓደ እኳ ኣዒንቱ ኸም ዝኸፈተሉ፡ ካብ ጥንቲ ኸቶ ኣይተሰምዐን። |
59,337 | tg_am | ብዕዉሩ ንእተወልደ ሰብ ሓደ እኳ ኣዒንቱ ኸም ዝኸፈተሉ፡ ካብ ጥንቲ ኸቶ ኣይተሰምዐን። | ዓይነ ስውር ሆኖ የተወለደን ሰው ዓይኖች የከፈተ አለ ሲባል ከጥንት ዘመን ጀምሮ ተሰምቶ አይታወቅም። |
59,338 | am_tg | ይህ ሰው ከአምላክ ባይሆን ኖሮ ምንም ነገር ሊያደርግ አይችልም ነበር።” | እዚ ኻብ ኣምላኽ እንተ ዘይከውንሲ፡ ገለ እኳ ኺገብር ኣይምኸኣለን ነይሩ” ኢሉ መለሰሎም። |
59,339 | tg_am | እዚ ኻብ ኣምላኽ እንተ ዘይከውንሲ፡ ገለ እኳ ኺገብር ኣይምኸኣለን ነይሩ” ኢሉ መለሰሎም። | ይህ ሰው ከአምላክ ባይሆን ኖሮ ምንም ነገር ሊያደርግ አይችልም ነበር።” |
59,340 | am_tg | እነሱም መልሰው “አንተ ሁለመናህ በኃጢአት ተበክሎ የተወለድክ! እኛን ልታስተምር ትፈልጋለህ?” አሉት። ከዚያም አባረሩት! | ንሳቶም ከኣ፡ “ንስኻ ዅለንትናኻ ብሓጢኣት እተወለድካ ኢኻ፣ ንስኻዶ ንዓና ትምህረና፧” ኢሎም መለሱሉ። ሰጐጕዎ ድማ። |
59,341 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ንስኻ ዅለንትናኻ ብሓጢኣት እተወለድካ ኢኻ፣ ንስኻዶ ንዓና ትምህረና፧” ኢሎም መለሱሉ። ሰጐጕዎ ድማ። | እነሱም መልሰው “አንተ ሁለመናህ በኃጢአት ተበክሎ የተወለድክ! እኛን ልታስተምር ትፈልጋለህ?” አሉት። ከዚያም አባረሩት! |
59,342 | am_tg | ኢየሱስም ሰውየውን እንዳባረሩት ሰማ፤ ባገኘውም ጊዜ “በሰው ልጅ ላይ እምነት አለህ?” አለው። | የሱስ ከም ዝሰጐጕዎ ሰምዐ፣ ምስ ረኸቦ ኸኣ፡ “ብወዲ ሰብዶ ትኣምን ኢኻ፧” በሎ። |
59,343 | tg_am | የሱስ ከም ዝሰጐጕዎ ሰምዐ፣ ምስ ረኸቦ ኸኣ፡ “ብወዲ ሰብዶ ትኣምን ኢኻ፧” በሎ። | ኢየሱስም ሰውየውን እንዳባረሩት ሰማ፤ ባገኘውም ጊዜ “በሰው ልጅ ላይ እምነት አለህ?” አለው። |
59,344 | am_tg | ሰውየውም “ጌታዬ፣ አምንበት ዘንድ እሱ ማን ነው?” ሲል መለሰ። | ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ብእኡ ኽኣምንሲ፡ መን እዩ ንሱ፧” ኢሉ መለሰ። |
59,345 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ብእኡ ኽኣምንሲ፡ መን እዩ ንሱ፧” ኢሉ መለሰ። | ሰውየውም “ጌታዬ፣ አምንበት ዘንድ እሱ ማን ነው?” ሲል መለሰ። |
59,346 | am_tg | ኢየሱስም “አይተኸዋል፤ ደግሞም እያነጋገረህ ያለው እሱ ነው” አለው። | የሱስ ድማ፡ “ርኢኻዮ ኢኻ፣ እዚ ምሳኻ ዚዛረብ ዘሎ እኳ ንሱ እዩ” በሎ። |
59,347 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ርኢኻዮ ኢኻ፣ እዚ ምሳኻ ዚዛረብ ዘሎ እኳ ንሱ እዩ” በሎ። | ኢየሱስም “አይተኸዋል፤ ደግሞም እያነጋገረህ ያለው እሱ ነው” አለው። |
59,348 | am_tg | እሱም “ጌታ ሆይ፣ በእሱ አምናለሁ” አለ። ከዚያም ሰገደለት። | ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ እኣምን እየ” በለ። ሰገደሉ እውን። |
59,349 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ እኣምን እየ” በለ። ሰገደሉ እውን። | እሱም “ጌታ ሆይ፣ በእሱ አምናለሁ” አለ። ከዚያም ሰገደለት። |
59,350 | am_tg | ኢየሱስም “የማያዩ ማየት እንዲችሉ፣ የሚያዩም እንዲታወሩ፣ ለዚህ ፍርድ ወደዚህ ዓለም መጥቻለሁ” አለ። | የሱስ ድማ፡ “ኣነ፡ እቶም ዘይርእዩ ኺርእዩ፡ እቶም ዚርእዩ ኸኣ ኪዖሩ፡ ነዚ ፍርዲ እዚ እየ ናብዛ ዓለም እዚኣ ዝመጻእኩ” በለ። |
59,351 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ኣነ፡ እቶም ዘይርእዩ ኺርእዩ፡ እቶም ዚርእዩ ኸኣ ኪዖሩ፡ ነዚ ፍርዲ እዚ እየ ናብዛ ዓለም እዚኣ ዝመጻእኩ” በለ። | ኢየሱስም “የማያዩ ማየት እንዲችሉ፣ የሚያዩም እንዲታወሩ፣ ለዚህ ፍርድ ወደዚህ ዓለም መጥቻለሁ” አለ። |
59,352 | am_tg | በዚያ የነበሩ ፈሪሳውያንም ይህን ሰምተው “እናንተም ዕውሮች ናችሁ እያልከን ነው?” አሉት። | ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ ፈሪሳውያን፡ እዚ ሰሚዖም፡ “ንሕናኸ ዕዉራት ዲና፧” በልዎ። |
59,353 | tg_am | ካብቶም ምስኡ ዝነበሩ ፈሪሳውያን፡ እዚ ሰሚዖም፡ “ንሕናኸ ዕዉራት ዲና፧” በልዎ። | በዚያ የነበሩ ፈሪሳውያንም ይህን ሰምተው “እናንተም ዕውሮች ናችሁ እያልከን ነው?” አሉት። |
59,354 | am_tg | ኢየሱስም “ዕውሮች ብትሆኑማ ኖሮ ኃጢአት ባልሆነባችሁ ነበር። አሁን ግን ‘እናያለን’ ትላላችሁ። ስለዚህ ኃጢአታችሁ እንዳለ ይኖራል” አላቸው። | የሱስ ድማ፡ “ዕዉራት እንተ ትዀኑስ፡ ሓጢኣት ኣይምዀነኩምን ነይሩ። ሕጂ ግና፡ ‘ንርኢ ኢና’ ትብሉ ኣለኹም። ስለዚ፡ ሓጢኣትኩም ጸኒዑ ይነብር” በሎም። |
59,355 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ዕዉራት እንተ ትዀኑስ፡ ሓጢኣት ኣይምዀነኩምን ነይሩ። ሕጂ ግና፡ ‘ንርኢ ኢና’ ትብሉ ኣለኹም። ስለዚ፡ ሓጢኣትኩም ጸኒዑ ይነብር” በሎም። | ኢየሱስም “ዕውሮች ብትሆኑማ ኖሮ ኃጢአት ባልሆነባችሁ ነበር። አሁን ግን ‘እናያለን’ ትላላችሁ። ስለዚህ ኃጢአታችሁ እንዳለ ይኖራል” አላቸው። |
59,356 | am_tg | በሦስተኛውም ቀን በገሊላ በምትገኘው በቃና የሠርግ ድግስ ነበር፤ የኢየሱስ እናትም በዚያ ነበረች። | ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፣ ኣደ የሱስ እውን ኣብኡ ነበረት። |
59,357 | tg_am | ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸኣ፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ መርዓ ዀነ፣ ኣደ የሱስ እውን ኣብኡ ነበረት። | በሦስተኛውም ቀን በገሊላ በምትገኘው በቃና የሠርግ ድግስ ነበር፤ የኢየሱስ እናትም በዚያ ነበረች። |
59,358 | am_tg | ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱም ወደ ሠርጉ ተጠርተው ነበር። | የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ድማ ናብቲ መርዓ ተዓደሙ። |
59,359 | tg_am | የሱስን ደቀ መዛሙርቱን ድማ ናብቲ መርዓ ተዓደሙ። | ኢየሱስና ደቀ መዛሙርቱም ወደ ሠርጉ ተጠርተው ነበር። |
59,360 | am_tg | የወይን ጠጁ እያለቀ ሲሄድ የኢየሱስ እናት “የወይን ጠጅ አልቆባቸዋል” አለችው። | ወይኒ ምስ ተወድአ፡ ኣደ የሱስ፡ “ወይኒ የብሎምን” በለቶ። |
59,361 | tg_am | ወይኒ ምስ ተወድአ፡ ኣደ የሱስ፡ “ወይኒ የብሎምን” በለቶ። | የወይን ጠጁ እያለቀ ሲሄድ የኢየሱስ እናት “የወይን ጠጅ አልቆባቸዋል” አለችው። |
59,362 | am_tg | ኢየሱስ ግን “አንቺ ሴት፣ ይህ ጉዳይ እኔንና አንቺን ምን ይመለከተናል? ሰዓቴ ገና አልደረሰም” አላት። | የሱስ ግና፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እዚ ንዓይን ንዓኽን እንታይ የገድሰና፧ ግዜይ ገና ኣይበጽሐን” በላ። |
59,363 | tg_am | የሱስ ግና፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ እዚ ንዓይን ንዓኽን እንታይ የገድሰና፧ ግዜይ ገና ኣይበጽሐን” በላ። | ኢየሱስ ግን “አንቺ ሴት፣ ይህ ጉዳይ እኔንና አንቺን ምን ይመለከተናል? ሰዓቴ ገና አልደረሰም” አላት። |
59,364 | am_tg | እናቱም በዚያ የሚያገለግሉትን ሰዎች “የሚላችሁን ነገር ሁሉ አድርጉ” አለቻቸው። | ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ዜገልግሉ ዝነበሩ፡ “ንሱ ዚብለኩም ዘበለ ግበሩ” በለቶም። |
59,365 | tg_am | ኣዲኡ ኸኣ ነቶም ዜገልግሉ ዝነበሩ፡ “ንሱ ዚብለኩም ዘበለ ግበሩ” በለቶም። | እናቱም በዚያ የሚያገለግሉትን ሰዎች “የሚላችሁን ነገር ሁሉ አድርጉ” አለቻቸው። |
59,366 | am_tg | የአይሁዳውያን የመንጻት ሥርዓት በሚያዘው መሠረት እያንዳንዳቸው ሁለት ወይም ሦስት የፈሳሽ መለኪያዎች የሚይዙ ከድንጋይ የተሠሩ ስድስት የውኃ ጋኖች በዚያ ተቀምጠው ነበር። | ኣብኡ ድማ ከም ስርዓት ንጽህና ኣይሁድ፡ ከክልተ ወይ ሰሰለስተ መስፈር ፈሳሲ ዚሕዝ ሽዱሽተ ኣጋንእ እምኒ ተቐሚጡ ነበረ። |
59,367 | tg_am | ኣብኡ ድማ ከም ስርዓት ንጽህና ኣይሁድ፡ ከክልተ ወይ ሰሰለስተ መስፈር ፈሳሲ ዚሕዝ ሽዱሽተ ኣጋንእ እምኒ ተቐሚጡ ነበረ። | የአይሁዳውያን የመንጻት ሥርዓት በሚያዘው መሠረት እያንዳንዳቸው ሁለት ወይም ሦስት የፈሳሽ መለኪያዎች የሚይዙ ከድንጋይ የተሠሩ ስድስት የውኃ ጋኖች በዚያ ተቀምጠው ነበር። |
59,368 | am_tg | ኢየሱስም “ጋኖቹን ውኃ ሙሏቸው” አላቸው። እነሱም እስከ አፋቸው ድረስ ሞሏቸው። | የሱስ ከኣ፡ “ነዚ ኣጋንእ ማይ ምልእዎ” በሎም። ኣፍ ንኣፍ ከኣ መልእዎ። |
59,369 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ነዚ ኣጋንእ ማይ ምልእዎ” በሎም። ኣፍ ንኣፍ ከኣ መልእዎ። | ኢየሱስም “ጋኖቹን ውኃ ሙሏቸው” አላቸው። እነሱም እስከ አፋቸው ድረስ ሞሏቸው። |
59,370 | am_tg | ከዚያም “አሁን ቀድታችሁ ለድግሱ አሳዳሪ ስጡት” አላቸው። እነሱም ወስደው ሰጡት። | ንሱ ድማ፡ “ሕጂ ቕድሕዎ እሞ፡ ንኣቦ ዳስ ውሰዱሉ” በሎም። ንሳቶም ከኣ ወሰዱ። |
59,371 | tg_am | ንሱ ድማ፡ “ሕጂ ቕድሕዎ እሞ፡ ንኣቦ ዳስ ውሰዱሉ” በሎም። ንሳቶም ከኣ ወሰዱ። | ከዚያም “አሁን ቀድታችሁ ለድግሱ አሳዳሪ ስጡት” አላቸው። እነሱም ወስደው ሰጡት። |
59,372 | am_tg | የድግሱ አሳዳሪም ወደ ወይን ጠጅ የተለወጠውን ውኃ ቀመሰ፤ ሆኖም ከየት እንደመጣ አላወቀም፤ ውኃውን የቀዱት አገልጋዮች ግን ያውቁ ነበር፤ አሳዳሪውም ሙሽራውን ጠርቶ | እቲ ኣቦ ዳስ ነቲ ናብ ወይኒ እተለወጠ ማይ ምስ ጠዓሞ፡ ካበይ ከም ዝመጸ ኣይፈለጠን፣ (እቶም ነቲ ማይ ዝቐድሑ ኣገልገልቲ ግና ይፈልጡ ነበሩ፣) ሽዑ፡ እቲ ኣቦ ዳስ ነቲ መርዓዊ ጸዊዑ፡ |
59,373 | tg_am | እቲ ኣቦ ዳስ ነቲ ናብ ወይኒ እተለወጠ ማይ ምስ ጠዓሞ፡ ካበይ ከም ዝመጸ ኣይፈለጠን፣ (እቶም ነቲ ማይ ዝቐድሑ ኣገልገልቲ ግና ይፈልጡ ነበሩ፣) ሽዑ፡ እቲ ኣቦ ዳስ ነቲ መርዓዊ ጸዊዑ፡ | የድግሱ አሳዳሪም ወደ ወይን ጠጅ የተለወጠውን ውኃ ቀመሰ፤ ሆኖም ከየት እንደመጣ አላወቀም፤ ውኃውን የቀዱት አገልጋዮች ግን ያውቁ ነበር፤ አሳዳሪውም ሙሽራውን ጠርቶ |
59,374 | am_tg | እንዲህ አለው፦ “ሰው ሁሉ በቅድሚያ ጥሩውን የወይን ጠጅ ያቀርብና ሰዎቹ ከሰከሩ በኋላ መናኛውን ያቀርባል። አንተ ግን ጥሩውን የወይን ጠጅ እስካሁን ድረስ አስቀምጠሃል።” | “ኵሉ ሰብ ቅድም ጽቡቕ ወይኒ፡ ምስ ሰኸሩ ኸኣ እቲ ሕምቕ ዝበለ የቕርብ። ንስኻ ግና ነቲ ጽቡቕ ወይኒ ኽሳዕ ሕጂ ኣጽኒሕካዮ” በሎ። |
59,375 | tg_am | “ኵሉ ሰብ ቅድም ጽቡቕ ወይኒ፡ ምስ ሰኸሩ ኸኣ እቲ ሕምቕ ዝበለ የቕርብ። ንስኻ ግና ነቲ ጽቡቕ ወይኒ ኽሳዕ ሕጂ ኣጽኒሕካዮ” በሎ። | እንዲህ አለው፦ “ሰው ሁሉ በቅድሚያ ጥሩውን የወይን ጠጅ ያቀርብና ሰዎቹ ከሰከሩ በኋላ መናኛውን ያቀርባል። አንተ ግን ጥሩውን የወይን ጠጅ እስካሁን ድረስ አስቀምጠሃል።” |
59,376 | am_tg | ኢየሱስ ከምልክቶቹ የመጀመሪያ የሆነውን ይህን ተአምር በገሊላ በምትገኘው በቃና ፈጸመ፤ ክብሩንም ገለጠ፤ ደቀ መዛሙርቱም በእሱ አመኑ። | የሱስ ነዚ መጀመርታ ትእምርትታቱ፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ገበሮ፡ ክብሩ ድማ ኣግሃደ፣ ደቀ መዛሙርቱ እውን ብእኡ ኣመኑ። |
59,377 | tg_am | የሱስ ነዚ መጀመርታ ትእምርትታቱ፡ ኣብ ቃና ናይ ገሊላ ገበሮ፡ ክብሩ ድማ ኣግሃደ፣ ደቀ መዛሙርቱ እውን ብእኡ ኣመኑ። | ኢየሱስ ከምልክቶቹ የመጀመሪያ የሆነውን ይህን ተአምር በገሊላ በምትገኘው በቃና ፈጸመ፤ ክብሩንም ገለጠ፤ ደቀ መዛሙርቱም በእሱ አመኑ። |
59,378 | am_tg | ከዚህ በኋላ እሱና እናቱ እንዲሁም ወንድሞቹና ደቀ መዛሙርቱ ወደ ቅፍርናሆም ወረዱ፤ ሆኖም በዚያ ብዙ ቀን አልቆዩም። | ድሕርዚ፡ ንሱን ኣዲኡን ኣሕዋቱን ደቀ መዛሙርቱን ናብ ቅፍርናሆም ወረዱ፣ ኣብኡ ግና ብዙሕ መዓልትታት ኣይጸንሑን። |
59,379 | tg_am | ድሕርዚ፡ ንሱን ኣዲኡን ኣሕዋቱን ደቀ መዛሙርቱን ናብ ቅፍርናሆም ወረዱ፣ ኣብኡ ግና ብዙሕ መዓልትታት ኣይጸንሑን። | ከዚህ በኋላ እሱና እናቱ እንዲሁም ወንድሞቹና ደቀ መዛሙርቱ ወደ ቅፍርናሆም ወረዱ፤ ሆኖም በዚያ ብዙ ቀን አልቆዩም። |
59,380 | am_tg | በዚህ ጊዜ የአይሁዳውያን ፋሲካ ቀርቦ ነበር፤ ኢየሱስም ወደ ኢየሩሳሌም ወጣ። | ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፣ የሱስ ድማ ናብ የሩሳሌም ደየበ። |
59,381 | tg_am | ፋስጋ ኣይሁድ ከኣ ቀሪቡ ነበረ፣ የሱስ ድማ ናብ የሩሳሌም ደየበ። | በዚህ ጊዜ የአይሁዳውያን ፋሲካ ቀርቦ ነበር፤ ኢየሱስም ወደ ኢየሩሳሌም ወጣ። |
59,382 | am_tg | በቤተ መቅደሱ ውስጥ ከብት፣ በግና ርግብ የሚሸጡ ሰዎችን እንዲሁም በዚያ የተቀመጡ ገንዘብ መንዛሪዎችን አገኘ። | ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ከብትን ኣባጊዕን ረገቢትን ዚሸጡ፡ ኣሽረፍቲ ድማ ተቐሚጦም ረኸበ። |
59,383 | tg_am | ኣብ ቤተ መቕደስ ከኣ ከብትን ኣባጊዕን ረገቢትን ዚሸጡ፡ ኣሽረፍቲ ድማ ተቐሚጦም ረኸበ። | በቤተ መቅደሱ ውስጥ ከብት፣ በግና ርግብ የሚሸጡ ሰዎችን እንዲሁም በዚያ የተቀመጡ ገንዘብ መንዛሪዎችን አገኘ። |
59,384 | am_tg | በዚህ ጊዜ የገመድ ጅራፍ ሠርቶ ሁሉንም ከበጎቻቸውና ከከብቶቻቸው ጋር አስወጣ፤ የገንዘብ ለዋጮችንም ሳንቲሞች በተነ፤ ጠረጴዛዎቻቸውንም ገለባበጠ። | ካብ ገመድ መግረፊ ሰሪሑ ኸኣ፡ ንዅሎም እቶም ምስተን ኣባጊዕን ምስቶም ከብትን ዝነበሩ ኻብ ቤተ መቕደስ ሰጐጎም፣ ንሰልዲ እቶም ኣሽረፍቲ እውን ፋሕ ኣበሎ፡ ንሰደቓኦም ከኣ ገልበጦ። |
59,385 | tg_am | ካብ ገመድ መግረፊ ሰሪሑ ኸኣ፡ ንዅሎም እቶም ምስተን ኣባጊዕን ምስቶም ከብትን ዝነበሩ ኻብ ቤተ መቕደስ ሰጐጎም፣ ንሰልዲ እቶም ኣሽረፍቲ እውን ፋሕ ኣበሎ፡ ንሰደቓኦም ከኣ ገልበጦ። | በዚህ ጊዜ የገመድ ጅራፍ ሠርቶ ሁሉንም ከበጎቻቸውና ከከብቶቻቸው ጋር አስወጣ፤ የገንዘብ ለዋጮችንም ሳንቲሞች በተነ፤ ጠረጴዛዎቻቸውንም ገለባበጠ። |
59,386 | am_tg | ርግብ ሻጮቹንም “እነዚህን ከዚህ አስወጡ! የአባቴን ቤት የንግድ ቤት ማድረጋችሁ ይብቃ!” አላቸው። | ነቶም ረገቢት ዚሸጡ ድማ፡ “ነዚ ኻብዚ ኣልግስዎ! ንቤት ኣቦይ፡ ደጊም ቤት ሸቐጥ ኣይትግበርዋ!” በሎም። |
59,387 | tg_am | ነቶም ረገቢት ዚሸጡ ድማ፡ “ነዚ ኻብዚ ኣልግስዎ! ንቤት ኣቦይ፡ ደጊም ቤት ሸቐጥ ኣይትግበርዋ!” በሎም። | ርግብ ሻጮቹንም “እነዚህን ከዚህ አስወጡ! የአባቴን ቤት የንግድ ቤት ማድረጋችሁ ይብቃ!” አላቸው። |
59,388 | am_tg | ደቀ መዛሙርቱም “ለቤትህ ያለኝ ቅንዓት ይበላኛል” ተብሎ የተጻፈው ትዝ አላቸው። | ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “ቅንኣት ቤትካ ኺበልዓኒ እዩ” ዚብል ጽሑፍ ከም ዘሎ ዘከሩ። |
59,389 | tg_am | ደቀ መዛሙርቱ ኸኣ፡ “ቅንኣት ቤትካ ኺበልዓኒ እዩ” ዚብል ጽሑፍ ከም ዘሎ ዘከሩ። | ደቀ መዛሙርቱም “ለቤትህ ያለኝ ቅንዓት ይበላኛል” ተብሎ የተጻፈው ትዝ አላቸው። |
59,390 | am_tg | በዚህ ጊዜ አይሁዳውያን መልሰው “እነዚህን ነገሮች ለማድረግ ሥልጣን እንዳለህ የሚያረጋግጥ ምን ምልክት ታሳየናለህ?” አሉት። | ሽዑ፡ ኣይሁድ፡ “እዚ እትገብር ካብ ኣለኻስ፡ እንታይ ትእምርቲኸ ኸተርእየና ኢኻ፧” በልዎ። |
59,391 | tg_am | ሽዑ፡ ኣይሁድ፡ “እዚ እትገብር ካብ ኣለኻስ፡ እንታይ ትእምርቲኸ ኸተርእየና ኢኻ፧” በልዎ። | በዚህ ጊዜ አይሁዳውያን መልሰው “እነዚህን ነገሮች ለማድረግ ሥልጣን እንዳለህ የሚያረጋግጥ ምን ምልክት ታሳየናለህ?” አሉት። |
59,392 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ “ይህን ቤተ መቅደስ አፍርሱት፤ እኔም በሦስት ቀን ውስጥ አነሳዋለሁ” አላቸው። | የሱስ ድማ፡ “ነዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ኣፍርስዋ፣ ኣነ ኸኣ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ኸተንስኣ እየ” ኢሉ መለሰሎም። |
59,393 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ነዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ኣፍርስዋ፣ ኣነ ኸኣ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ኸተንስኣ እየ” ኢሉ መለሰሎም። | ኢየሱስም መልሶ “ይህን ቤተ መቅደስ አፍርሱት፤ እኔም በሦስት ቀን ውስጥ አነሳዋለሁ” አላቸው። |
59,394 | am_tg | አይሁዳውያኑም “ቤተ መቅደሱን ለመገንባት 46 ዓመት ፈጅቷል፤ ታዲያ አንተ በሦስት ቀን ታነሳዋለህ?” አሉት። | እቶም ኣይሁድ ከኣ፡ “እዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ብ46 ዓመት እያ ተሃኒጻ፣ ንስኻዶ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ኸተተንስኣ ኢኻ፧” በልዎ። |
59,395 | tg_am | እቶም ኣይሁድ ከኣ፡ “እዛ ቤተ መቕደስ እዚኣ ብ46 ዓመት እያ ተሃኒጻ፣ ንስኻዶ ኣብ ሰለስተ መዓልቲ ኸተተንስኣ ኢኻ፧” በልዎ። | አይሁዳውያኑም “ቤተ መቅደሱን ለመገንባት 46 ዓመት ፈጅቷል፤ ታዲያ አንተ በሦስት ቀን ታነሳዋለህ?” አሉት። |
59,396 | am_tg | እሱ ግን ቤተ መቅደስ ሲል ስለ ራሱ ሰውነት መናገሩ ነበር። | ንሱ ግና ብዛዕባ ቤተ መቕደስ ሰብነቱ እዩ ዚዛረብ ዝነበረ። |
59,397 | tg_am | ንሱ ግና ብዛዕባ ቤተ መቕደስ ሰብነቱ እዩ ዚዛረብ ዝነበረ። | እሱ ግን ቤተ መቅደስ ሲል ስለ ራሱ ሰውነት መናገሩ ነበር። |
59,398 | am_tg | ከሙታን በተነሳ ጊዜም፣ ደቀ መዛሙርቱ ይህን ደጋግሞ ይናገር እንደነበር አስታወሱ፤ ቅዱሳን መጻሕፍትንና ኢየሱስ የተናገረውንም ቃል አመኑ። | ካብ ምዉታት ምስ ተንስአ ግና፡ ደቀ መዛሙርቱ፡ እዚ ይብል ከም ዝነበረ ዘከሩ፣ በቲ ቕዱስ ጽሑፍን በቲ የሱስ ዝበሎ ቓልን ድማ ኣመኑ። |
59,399 | tg_am | ካብ ምዉታት ምስ ተንስአ ግና፡ ደቀ መዛሙርቱ፡ እዚ ይብል ከም ዝነበረ ዘከሩ፣ በቲ ቕዱስ ጽሑፍን በቲ የሱስ ዝበሎ ቓልን ድማ ኣመኑ። | ከሙታን በተነሳ ጊዜም፣ ደቀ መዛሙርቱ ይህን ደጋግሞ ይናገር እንደነበር አስታወሱ፤ ቅዱሳን መጻሕፍትንና ኢየሱስ የተናገረውንም ቃል አመኑ። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.