Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
59,900
am_tg
ኢየሱስም “አንቺ ሴት፣ ለምን ታለቅሻለሽ? የምትፈልጊው ማንን ነው?” አላት። እሷም አትክልተኛው ስለመሰላት “ጌታዬ፣ አንተ ከዚህ ወስደኸው ከሆነ የት እንዳደረግከው ንገረኝ፤ እኔም እወስደዋለሁ” አለችው።
የሱስ ከኣ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ስለምንታይ ትበኽዪ ኣለኺ፧ ንመንከ ትደልዪ ኣለኺ፧” በላ። ንሳ ድማ ኣታኽልተኛ መሲልዋ፡ “ጐይታይ፡ ኣልዒልካዮ እንተ ዄንካስ፡ ኣነ ኽወስዶ፡ ኣበይ ከም ዘንበርካዮ ንገረኒ” በለቶ።
59,901
tg_am

59,902
am_tg
ኢየሱስም “ማርያም!” አላት። እሷም ዞር ብላ በዕብራይስጥ “ራቦኒ!” አለችው (ትርጉሙም “መምህር!” ማለት ነው)።
የሱስ ከኣ፡ “ማርያም!” በላ። ንሳ ድማ ግልጽ ኢላ፡ ብእብራይስጢ፡ “ረቡኒ!” (“መምህር!” ማለት እዩ) በለቶ።
59,903

59,904
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላት፦ “ጥብቅ አድርገሽ አትያዥኝ፤ ገና ወደ አባቴ አላረግኩምና። ይልቁንስ ወደ ወንድሞቼ ሄደሽ ‘ወደ አባቴና ወደ አባታችሁ፣ ወደ አምላኬና ወደ አምላካችሁ ላርግ ነው’ ብለሽ ንገሪያቸው።”
የሱስ ከኣ፡ “ገና ናብ ኣቦ ኣይዓረግኩን እሞ፡ ኣይትሓዝኒ። ግናኸ፡ ናብ ኣሕዋተይ ኪዲ እሞ፡ ‘ናብ ኣቦይን ኣቦኹምን፡ ናብ ኣምላኸይን ኣምላኽኩምን እዓርግ ኣለኹ’ በልዮም” በላ።
59,905

59,906
am_tg
መግደላዊቷ ማርያም መጥታ “ጌታን አየሁት!” ብላ ለደቀ መዛሙርቱ አበሰረቻቸው፤ እሱ ያላትንም ነገረቻቸው።
ማርያም መግደላዊት ከይዳ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ “ንጐይታ ርእየዮ!” በለቶም። እቲ ዝበላ እውን ነገረቶም።
59,907

59,908
am_tg
የሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን በነበረው በዚያው ቀን ምሽት ላይ ደቀ መዛሙርቱ አይሁዳውያኑን በመፍራታቸው በሮቹን ቆልፈው ተቀምጠው ሳለ ኢየሱስ መጥቶ በመካከላቸው ቆመና “ሰላም ለእናንተ ይሁን” አላቸው።
ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ምስ መሰየ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ንኣይሁድ ብምፍራሆም መዓጹ ተሸጒሩ እኳ እንተ ነበረ፡ የሱስ መጺኡ ኣብ ማእከሎም ደው ኢሉ፡ “ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን” በሎም።
59,909

59,910
am_tg
ይህን ካለ በኋላ እጆቹንና ጎኑን አሳያቸው። ደቀ መዛሙርቱም ጌታን በማየታቸው እጅግ ተደሰቱ።
እዚ ምስ በሎም ከኣ፡ ኣእዳዉን ጐድኑን ኣርኣዮም። እቶም ደቀ መዛሙርቲ ድማ፡ ንጐይታ ርእዮምዎ ተሓጐሱ።
59,911

59,912
am_tg
ኢየሱስም ዳግመኛ “ሰላም ለእናንተ ይሁን። አብ እኔን እንደላከኝ፣ እኔም እናንተን እልካችኋለሁ” አላቸው።
ሽዑ፡ የሱስ ከም ብሓድሽ፡ “ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን። ከምቲ ኣቦ ንዓይ ዝለኣኸኒ፡ ኣነ እውን ንዓኻትኩም እልእከኩም ኣለኹ” በሎም።
59,913

59,914
am_tg
ይህን ካለ በኋላ እፍ አለባቸውና እንዲህ አላቸው፦ “መንፈስ ቅዱስን ተቀበሉ።
እዚ ምስ በለ፡ ኡፍ በለሎም እሞ፡ “መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ።
59,915

59,916
am_tg
የማንንም ሰው ኃጢአት ይቅር ብትሉ ኃጢአቱ ይቅር ይባላል፤ ይቅር የማትሉት ሰው ሁሉ ደግሞ ኃጢአቱ እንዳለ ይጸናል።”
ሓጢኣቶም ንዝሓደግኩምሎም፡ ተሓዲጉሎም፣ ንዝሓዝኩምሎም ከኣ፡ ተታሒዙሎም እዩ” በሎም።
59,917

59,918
am_tg
ይሁን እንጂ ከአሥራ ሁለቱ አንዱ የሆነው ዲዲሞስ የሚባለው ቶማስ ኢየሱስ በመጣበት ጊዜ አብሯቸው አልነበረም።
እቲ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ ዝዀነ ማንታ ዚብሃል ቶማስ ግና፡ የሱስ ኪመጽእ ከሎ፡ ምሳታቶም ኣይነበረን።
59,919

59,920
am_tg
ስለዚህ ሌሎቹ ደቀ መዛሙርት “ጌታን አየነው!” አሉት። እሱ ግን “በእጆቹ ላይ ምስማሮቹ የተቸነከሩበትን ምልክት ካላየሁ እንዲሁም ጣቴን ምስማሮቹ በነበሩበት ቦታ ካላስገባሁና እጄን በጎኑ ካላስገባሁ ፈጽሞ አላምንም” አላቸው።
እቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ “ንጐይታ ርኢናዮ!” በልዎ። ንሱ ግና፡ “ኣሰር እቲ መሳምር ኣብ ኢዱ እንተ ዘይርእየ፡ ኣጻብዐይ ድማ ኣብቲ ኣሰር እቲ መሳምር እንተ ዘየእትየ፡ ኣብ ጐድኑ እውን ኢደይ እንተ ዘየእትየ፡ ከቶ ኣይኣምንን እየ” በሎም።
59,921

59,922
am_tg
እንደገናም ከስምንት ቀን በኋላ ደቀ መዛሙርቱ ቤት ውስጥ ነበሩ፤ ቶማስም ከእነሱ ጋር ነበር። በሮቹ ተቆልፈው የነበሩ ቢሆንም ኢየሱስ መጣና በመካከላቸው ቆሞ “ሰላም ለእናንተ ይሁን” አለ።
ድሕሪ ሸሞንተ መዓልቲ ድማ፡ ደቀ መዛሙርቱ ኸም ብሓድሽ ኣብ ውሽጢ ቤት ነበሩ፣ ቶማስ እውን ምሳታቶም ነበረ። መዓጹ ተሸጒሩ እኳ እንተ ነበረ፡ የሱስ መጺኡ ኣብ ማእከሎም ደው ኢሉ፡ “ሰላም ንዓኻትኩም ይኹን” በሎም።
59,923

59,924
am_tg
ከዚያም ቶማስን “ጣትህን እዚህ ክተት፤ እጆቼንም ተመልከት፤ እጅህንም አምጣና በጎኔ አስገባ። መጠራጠርህን ተውና እመን” አለው።
ድሕሪኡ፡ ንቶማስ፡ “ኣጻብዕካ ኣብዚ ግበር፡ ኣእዳወይ ከኣ ርአ፣ ኢድካ እውን ናብ ጐድነይ ኣእቱ፣ እመን እምበር፡ ደጊም ኣይትጠራጠር” በሎ።
59,925

59,926
am_tg
ቶማስም መልሶ “ጌታዬ፣ አምላኬ!” አለው።
ቶማስ ከኣ፡ “ጐይታይን ኣምላኸይን!” ኢሉ መለሰ።
59,927
tg_am
ቶማስ ከኣ፡ “ጐይታይን ኣምላኸይን!” ኢሉ መለሰ።
ቶማስም መልሶ “ጌታዬ፣ አምላኬ!” አለው።
59,928
am_tg
ኢየሱስ “ስላየኸኝ አመንክ? ሳያዩ የሚያምኑ ደስተኞች ናቸው” አለው።
የሱስ ድማ፡ “ስለ ዝረኣኻኒዶ ኣሚንካ፧ እቶም ከይረኣዩ ዚኣምኑ ሕጉሳት እዮም” በሎ።
59,929

59,930
am_tg
እርግጥ ኢየሱስ በዚህ ጥቅልል ውስጥ ያልተጻፉ ሌሎች ብዙ ተአምራዊ ምልክቶችም በደቀ መዛሙርቱ ፊት አድርጓል።
የሱስሲ ኣብዛ ጥቕልልቲ መጽሓፍ እዚኣ ዘይተጻሕፈ ኻልእ ብዙሕ ትእምርትታት ኣብ ቅድሚ ደቀ መዛሙርቱ ገይሩ እዩ።
59,931

59,932
am_tg
ሆኖም እነዚህ የተጻፉት ኢየሱስ በእርግጥ ክርስቶስ እንዲሁም የአምላክ ልጅ እንደሆነ እንድታምኑና በማመናችሁም በስሙ አማካኝነት ሕይወት እንዲኖራችሁ ነው።
ግናኸ፡ የሱስ ብሓቂ ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ምዃኑ ምእንቲ ኽትኣምኑ፡ ኣሚንኩም እውን ብስሙ ህይወት ምእንቲ ኽትረኽቡ እዩ እዚ እተጻሕፈ።
59,933

59,934
am_tg
የፋሲካ በዓል ከመድረሱ ከስድስት ቀን በፊት ኢየሱስ፣ ከሞት ያስነሳው አልዓዛር ወደሚኖርባት ወደ ቢታንያ መጣ።
ሽዱሽተ መዓልቲ ቕድሚ ፋስጋ፡ የሱስ ናብታ ንሱ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣልኣዛር ዝነበራ ቢታንያ መጸ።
59,935

59,936
am_tg
በዚያም የራት ግብዣ አዘጋጁለት፤ ማርታ ታገለግላቸው የነበረ ሲሆን አልዓዛር ግን ከእሱ ጋር ከሚበሉት አንዱ ነበር።
ኣብኣ ኸኣ ድራር ገበሩሉ፣ ማርታ እውን ተገልግሎም ነበረት፣ ኣልኣዛር ግና ሓደ ኻብቶም ኣብ መኣዲ ተቐሚጦም ዝነበሩ እዩ።
59,937

59,938
am_tg
ከዚያም ማርያም ግማሽ ሊትር ገደማ የሚሆን እጅግ ውድ የሆነና ጥሩ መዓዛ ያለው ዘይት ይኸውም ንጹሕ ናርዶስ አምጥታ በኢየሱስ እግር ላይ አፈሰሰች፤ እግሩንም በፀጉሯ አብሳ አደረቀች። ቤቱም በዘይቱ መዓዛ ታወደ።
ሽዑ፡ ማርያም ሓደ ነጥሪ ኽቡር ቅዱይ ቅብኢ ጽሩይ ናርዶስ ወሲዳ፡ ኣእጋር የሱስ ለኸየት፡ ብጸጕሪ ርእሳ እውን ደረዘቶ። እታ ቤት ከኣ ብሽታ እቲ ቕዱይ ቅብኢ መልአት።
59,939

59,940
am_tg
ሆኖም ከደቀ መዛሙርቱ አንዱ የሆነውና አሳልፎ የሚሰጠው የአስቆሮቱ ይሁዳ እንዲህ አለ፦
ይሁዳ ኣስቆሮታዊ፡ እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ሓደ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ግና፡
59,941

59,942
am_tg
“ይህ ዘይት በ300 ዲናር ተሸጦ ገንዘቡ ለድሆች ያልተሰጠው ለምንድን ነው?”
“እዚ ቕዱይ ቅብኢ እዚ፡ ስለምንታይ ን300 ዲናር ተሸይጡስ ንድኻታት ዘይውሃብ፧” በለ።
59,943

59,944
am_tg
እንዲህ ያለው ግን ለድሆች አስቦ ሳይሆን ሌባ ስለነበረ ነው፤ የገንዘብ ሣጥኑን ይይዝ የነበረው እሱ በመሆኑ ወደ ሣጥኑ ከሚገባው ገንዘብ የመስረቅ ልማድ ነበረው።
እዚ ዝበለ፡ ሰራቒ ስለ ዝነበረን ሳጹን ምስኡ ስለ ዝነበረን ኣብኡ ዝኣተወ ገንዘብ ይሰርቕ ስለ ዝነበረን እዩ እምበር፡ ንድኻታት ስለ ዝሓለየሎም ኣይኰነን።
59,945

59,946
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “ለቀብሬ ቀን ለማዘጋጀት ብላ ያደረገችው ስለሆነ ይህን ልማድ እንዳትፈጽም አትከልክሏት።
የሱስ ከኣ፡ “ንመዓልቲ ቐብረይ ኢላ እዚ ኽትገብር ሕደግዋ።
59,947

59,948
am_tg
ድሆች ሁልጊዜ ከእናንተ ጋር ናቸው፤ እኔን ግን ሁልጊዜ አታገኙኝም።”
ድኻታትሲ ዅሉ ሳዕ ምሳኻትኩም እዮም፣ ኣነ ግና ኵሉ ሳዕ ምሳኻትኩም ኣይኰንኩን” በለ።
59,949

59,950
am_tg
በዚህ ጊዜ ብዙ አይሁዳውያን ኢየሱስ እዚያ መኖሩን አውቀው መጡ፤ የመጡትም ኢየሱስን ለማየት ብቻ ሳይሆን እሱ ከሞት ያስነሳውን አልዓዛርንም ለማየት ነበር።
ሽዑ፡ ካብ ኣይሁድ ብዙሓት ህዝቢ፡ ንሱ ኣብኡ ኸም ዘሎ ፈሊጦም መጹ፣ ነቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኦ ኣልኣዛር እውን ኪርእዩ እምበር፡ ብምኽንያት የሱስ ጥራይ ኣይኰኑን ዝመጹ።
59,951

59,952
am_tg
በመሆኑም የካህናት አለቆቹ አልዓዛርንም ለመግደል አሴሩ፤
ሊቃውንቲ ኻህናት ከኣ ንኣልኣዛር እውን ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ፣
59,953
tg_am
ሊቃውንቲ ኻህናት ከኣ ንኣልኣዛር እውን ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ፣
በመሆኑም የካህናት አለቆቹ አልዓዛርንም ለመግደል አሴሩ፤
59,954
am_tg
ምክንያቱም በእሱ የተነሳ ብዙ አይሁዳውያን ወደዚያ እየሄዱ በኢየሱስ ያምኑ ነበር።
ከመይሲ፡ ብዙሓት ኣይሁድ ብምኽንያት ኣልኣዛር ናብኡ እናኸዱ፡ ብየሱስ ይኣምኑ ነበሩ።
59,955

59,956
am_tg
በማግስቱም ወደ በዓሉ የመጡ እጅግ ብዙ ሰዎች ኢየሱስ ወደ ኢየሩሳሌም እየመጣ መሆኑን ሰሙ።
ንጽብሒቱ፡ እቶም ንበዓል ዝመጹ ብዙሓት ህዝቢ፡ የሱስ ናብ የሩሳሌም ይመጽእ ከም ዘሎ ሰሚዖም፡
59,957

59,958
am_tg
በመሆኑም የዘንባባ ዝንጣፊ ይዘው ሊቀበሉት ወጡ። እንዲህ እያሉም ይጮኹ ጀመር፦ “እንድታድነው እንለምንሃለን! በይሖዋ ስም የሚመጣው የእስራኤል ንጉሥ የተባረከ ነው!”
ጨናፍር ኦም ስየ ሒዞም ኪረኽብዎ ወጹ። “በጃኻ፡ ኣድሕን! ብስም የሆዋ ዚመጽእ ንጉስ እስራኤል ብሩኽ እዩ!” ኢሎም እውን ጨደሩ።
59,959

59,960
am_tg
ኢየሱስ የአህያ ውርንጭላ አግኝቶ ተቀመጠበት፤ ይህም የሆነው እንዲህ ተብሎ በተጻፈው መሠረት ነው፦
ሽዑ፡ የሱስ ጻዕብ ረኺቡ ተወጥሖ፣ እዚ ድማ ከምቲ፡
59,961

59,962
am_tg
“የጽዮን ልጅ ሆይ፣ አትፍሪ። እነሆ ንጉሥሽ በአህያ ውርንጭላ ላይ ተቀምጦ ይመጣል።”
“ኣቲ ጓል ጽዮን፡ ኣይትፍርሂ! እንሆ፡ ንጉስኪ ኣብ ጻዕብ ኣድጊ ተወጢሑ ይመጽእ ኣሎ” ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ።
59,963

59,964
am_tg
ደቀ መዛሙርቱ በመጀመሪያ እነዚህን ነገሮች አላስተዋሉም ነበር፤ ኢየሱስ ክብር በተጎናጸፈ ጊዜ ግን እነዚህ ነገሮች የተጻፉት ስለ እሱ እንደሆነና እነዚህን ነገሮች ለእሱ እንዳደረጉለት ትዝ አላቸው።
ደቀ መዛሙርቱ ነዚ ነገር እዚ ቕድም ኣይተረድእዎን፣ የሱስ ምስ ከበረ ግና፡ ሽዑ እዚ ብዛዕባኡ ኸም እተጻሕፈን ንሳቶም እዚ ኸም ዝገበሩሉን ዘከሩ።
59,965

59,966
am_tg
ኢየሱስ አልዓዛርን ከመቃብር ጠርቶ ከሞት ባስነሳበት ጊዜ አብረውት የነበሩት ሰዎች ስላዩት ነገር ይመሠክሩ ነበር።
እቶም ንኣልኣዛር ካብ መቓብር ጸዊዑ ኻብ ምዉታት ኬተንስኦ ኸሎ ምስኡ ዝነበሩ ህዝቢ ኸኣ፡ ይምስክሩ ነበሩ።
59,967

59,968
am_tg
ከዚህም የተነሳ ይህን ተአምራዊ ምልክት መፈጸሙን የሰማው ሕዝብ ሊቀበለው ወጣ።
ስለዚ፡ እቶም ህዝቢ፡ እዚ ትእምርቲ እዚ ኸም ዝገበረ ስለ ዝሰምዑ፡ ኪረኽብዎ ወጹ።
59,969

59,970
am_tg
ስለዚህ ፈሪሳውያን እርስ በርሳቸው “ምንም ማድረግ እንዳልቻልን አያችሁ! ተመልከቱ፣ ዓለሙ ሁሉ ግልብጥ ብሎ ተከትሎታል” ተባባሉ።
ሽዑ፡ ፈሪሳውያን ንሓድሕዶም፡ “ሓንቲ እኳ ኸም ዘይተስልጡ ትርእዩ ኣለኹም። እንሆ፡ ብዓለሙ ደድሕሪኡ ይስዕብ ኣሎ” ተባሃሃሉ።
59,971

59,972
am_tg
ለአምልኮ ወደ በዓሉ ከመጡት ሰዎች መካከል አንዳንድ ግሪካውያን ነበሩ።
ካብቶም ኣብቲ በዓል ኬምልኹ ዝደየቡ ኸኣ፡ ገለ ግሪኻውያን ነበሩ።
59,973

59,974
am_tg
እነሱም በገሊላ የምትገኘው የቤተሳይዳ ሰው ወደሆነው ወደ ፊልጶስ ቀርበው “ጌታ ሆይ፣ ኢየሱስን ማየት እንፈልጋለን” ብለው ጠየቁት።
ንሳቶም ድማ ናብ ፊልጶስ ብዓል ቤት-ሳይዳ ናይ ገሊላ ቐሪቦም፡ “ጐይታይ፡ ንየሱስ ክንርእዮ ንደሊ ኢና” ኢሎም ለመንዎ።
59,975

59,976
am_tg
ፊልጶስ መጥቶ ለእንድርያስ ነገረው። ከዚያም እንድርያስና ፊልጶስ መጥተው ለኢየሱስ ነገሩት።
ፊልጶስ ከኣ ከይዱ ንእንድርያስ ነገሮ። እንድርያስን ፊልጶስን ከኣ ከይዶም ንየሱስ ነገርዎ።
59,977

59,978
am_tg
ኢየሱስ ግን እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “የሰው ልጅ ክብር የሚያገኝበት ሰዓት ደርሷል።
የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ወዲ ሰብ ዚኸብረላ ሰዓት በጺሓ እያ።
59,979

59,980
am_tg
እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ አንዲት የስንዴ ዘር መሬት ላይ ወድቃ ካልሞተች አንድ ዘር ብቻ ሆና ትቀራለች፤ ከሞተች ግን ብዙ ፍሬ ታፈራለች።
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፦ ፍረ ስርናይ ናብ ምድሪ እንተ ዘይወዲቓን እንተ ዘይሞይታን፡ በይና እያ እትነብር፣ እንተ ሞይታ ግና፡ ብዙሕ ፍረ ትፈሪ።
59,981

59,982
am_tg
ሕይወቱን የሚወድ ሁሉ ያጠፋታል፤ በዚህ ዓለም ሕይወቱን የሚጠላ ሁሉ ግን ለዘላለም ሕይወት ይጠብቃታል።
እቲ ንህይወቱ ዚፈትዋ ኼጥፍኣ እዩ፣ እቲ ንህይወቱ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ዚጸልኣ ግና ንናይ ዘለኣለም ህይወት ኪሕልዋ እዩ።
59,983

59,984
am_tg
እኔን ሊያገለግል የሚፈልግ ቢኖር ይከተለኝ፤ እኔ ባለሁበት አገልጋዬም በዚያ ይሆናል። የሚያገለግለኝንም ሁሉ አብ ያከብረዋል።
ዜገልግለኒ እንተሎ፡ ይስዓበኒ፣ ኣብቲ ዘለኽዎ ኸኣ፡ ኣገልጋልየይ ኣብኡ ኪኸውን እዩ። ዜገልግለኒ እንተሎ፡ ኣቦይ ኬኽብሮ እዩ።
59,985

59,986
am_tg
አሁን ተጨንቄአለሁ፤ እንግዲህ ምን ማለት እችላለሁ? አባት ሆይ፣ ከዚህ ሰዓት አድነኝ። ይሁንና የመጣሁት ለዚህ ሰዓት ነው።
ሕጂ ተረቢሸ ኣለኹ፡ እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ኣቦ፡ ካብዛ ሰዓት እዚኣ ኣድሕነኒ። ግናኸ፡ ምእንቲ እዚ እየ ናብዛ ሰዓት እዚኣ ዝመጻእኩ።
59,987

59,988
am_tg
አባት ሆይ፣ ስምህን አክብረው።” በዚህ ጊዜ “ስሜን አክብሬዋለሁ፤ ደግሞም አከብረዋለሁ” የሚል ድምፅ ከሰማይ መጣ።
ኣቦ፡ ንስምካ ኣኽብሮ።” ሽዑ፡ ካብ ሰማይ፡ “ኣኽቢረዮ እየ፡ ከም ብሓድሽ እውን ከኽብሮ እየ” ዚብል ድምጺ መጸ።
59,989

59,990
am_tg
በዚያ ቆመው የነበሩት ብዙ ሰዎች ድምፁን በሰሙ ጊዜ ‘ነጎድጓድ ነው’ አሉ። ሌሎች ደግሞ “መልአክ አናገረው” አሉ።
እቶም ደው ኢሎም ዝነበሩ ህዝቢ እዚ ሰሚዖም፡ ነጕዲ ኸም ዝዀነ ተዛረቡ። ካልኦት ከኣ፡ “መልኣኽ ተዛሪብዎ” በሉ።
59,991

59,992
am_tg
ኢየሱስ ግን እንዲህ ሲል መለሰ፦ “ይህ ድምፅ የተሰማው ለእኔ ሳይሆን ለእናንተ ሲባል ነው።
የሱስ ከኣ፡ “እዚ ድምጺ እዚ ምእንታኹም እዩ ዝመጸ እምበር፡ ምእንታይ ኣይኰነን።
59,993

59,994
am_tg
ይህ ዓለም የሚፈረድበት ጊዜ አሁን ነው፤ የዚህ ዓለም ገዢ አሁን ይባረራል።
ፍርዲ እዛ ዓለም እዚኣ ሕጂ ኣኺሉ፣ ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ሕጂ ንወጻኢ ኺድርበ እዩ።
59,995

59,996
am_tg
እኔ ግን ከምድር ወደ ላይ ከፍ ከተደረግኩ ሁሉንም ዓይነት ሰዎች ወደ ራሴ እስባለሁ።”
ኣነ እውን ምስ ተሰቐልኩ፡ ንዅሉ ዓይነት ሰብ ናባይ ክስሕቦ እየ” ኢሉ መለሰሎም።
59,997

59,998
am_tg
ይህን የተናገረው በቅርብ ጊዜ ውስጥ ምን ዓይነት አሟሟት እንደሚሞት ለማመልከት ነው።
ከመይ ዝበለ ሞት ከም ዚመውት ኬመልክት እዩ እዚ ዝበለ።
59,999