Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
59,700 | am_tg | ሰላምን እተውላችኋለሁ፤ ሰላሜን እሰጣችኋለሁ። እኔ ሰላም የምሰጣችሁ ዓለም በሚሰጥበት መንገድ አይደለም። ልባችሁ አይረበሽ፤ በፍርሃትም አይዋጥ። | ሰላም እሓድገልኩም፡ ሰላመይ እውን እህበኩም ኣለኹ። ከምቲ ዓለም እትህቦ ገይረ ኣይኰነን ዝህበኩም። ልብኹም ኣይረበሽ፡ ኣይፍራህ ከኣ። |
59,701 | tg_am | ሰላም እሓድገልኩም፡ ሰላመይ እውን እህበኩም ኣለኹ። ከምቲ ዓለም እትህቦ ገይረ ኣይኰነን ዝህበኩም። ልብኹም ኣይረበሽ፡ ኣይፍራህ ከኣ። | ሰላምን እተውላችኋለሁ፤ ሰላሜን እሰጣችኋለሁ። እኔ ሰላም የምሰጣችሁ ዓለም በሚሰጥበት መንገድ አይደለም። ልባችሁ አይረበሽ፤ በፍርሃትም አይዋጥ። |
59,702 | am_tg | ‘እሄዳለሁ ወደ እናንተም ተመልሼ እመጣለሁ’ እንዳልኳችሁ ሰምታችኋል። ብትወዱኝስ ወደ አብ በመሄዴ ደስ ባላችሁ ነበር፤ ከእኔ አብ ይበልጣልና። | ‘ኣነ ክኸይድ፡ ናባኻትኩም እውን ክምለስ እየ’ ኸም ዝበልኩኹም ሰሚዕኩም ኣለኹም። ካባይ ኣቦ ይዓቢ እዩ እሞ፡ እተፍቅሩኒ እንተ ትዀኑስ፡ ናብ ኣቦ ብምኻደይ ምተሓጐስኩም ኔርኩም። |
59,703 | tg_am | ‘ኣነ ክኸይድ፡ ናባኻትኩም እውን ክምለስ እየ’ ኸም ዝበልኩኹም ሰሚዕኩም ኣለኹም። ካባይ ኣቦ ይዓቢ እዩ እሞ፡ እተፍቅሩኒ እንተ ትዀኑስ፡ ናብ ኣቦ ብምኻደይ ምተሓጐስኩም ኔርኩም። | ‘እሄዳለሁ ወደ እናንተም ተመልሼ እመጣለሁ’ እንዳልኳችሁ ሰምታችኋል። ብትወዱኝስ ወደ አብ በመሄዴ ደስ ባላችሁ ነበር፤ ከእኔ አብ ይበልጣልና። |
59,704 | am_tg | በመሆኑም በሚፈጸምበት ጊዜ እንድታምኑ ከመፈጸሙ በፊት አሁን ነግሬአችኋለሁ። | ሕጂ ድማ፡ ምስ ኰነ ምእንቲ ኽትኣምኑስ፡ ከይኰነ ነጊረኩም ኣለኹ። |
59,705 | tg_am | ሕጂ ድማ፡ ምስ ኰነ ምእንቲ ኽትኣምኑስ፡ ከይኰነ ነጊረኩም ኣለኹ። | በመሆኑም በሚፈጸምበት ጊዜ እንድታምኑ ከመፈጸሙ በፊት አሁን ነግሬአችኋለሁ። |
59,706 | am_tg | የዚህ ዓለም ገዢ እየመጣ ስለሆነ ከዚህ በኋላ ከእናንተ ጋር ብዙ አልነጋገርም፤ እሱም በእኔ ላይ ምንም ኃይል የለውም። | ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ይመጽእ ኣሎ እሞ፡ ደጊም ምሳኻትኩም ብዙሕ ኣይክዛረብን እየ። ንሱ ኣባይ ዋላ ሓንቲ ስልጣን የብሉን። |
59,707 | tg_am | ገዛኢ እዛ ዓለም እዚኣ ይመጽእ ኣሎ እሞ፡ ደጊም ምሳኻትኩም ብዙሕ ኣይክዛረብን እየ። ንሱ ኣባይ ዋላ ሓንቲ ስልጣን የብሉን። | የዚህ ዓለም ገዢ እየመጣ ስለሆነ ከዚህ በኋላ ከእናንተ ጋር ብዙ አልነጋገርም፤ እሱም በእኔ ላይ ምንም ኃይል የለውም። |
59,708 | am_tg | ይሁን እንጂ እኔ አብን እንደምወድ ዓለም እንዲያውቅ አብ ባዘዘኝ መሠረት እየሠራሁ ነው። ተነሱ ከዚህ እንሂድ። | ግናኸ፡ ኣነ ንኣቦ ኸም ዘፍቅሮ፡ ከምታ ኣቦ ዝኣዘዘኒ እውን ከም ዝገብር፡ ዓለም ምእንቲ ኽትፈልጥ፡ ከምኡ እገብር ኣለኹ። ተንስኡ፡ ካብዚ ንኺድ። |
59,709 | tg_am | ግናኸ፡ ኣነ ንኣቦ ኸም ዘፍቅሮ፡ ከምታ ኣቦ ዝኣዘዘኒ እውን ከም ዝገብር፡ ዓለም ምእንቲ ኽትፈልጥ፡ ከምኡ እገብር ኣለኹ። ተንስኡ፡ ካብዚ ንኺድ። | ይሁን እንጂ እኔ አብን እንደምወድ ዓለም እንዲያውቅ አብ ባዘዘኝ መሠረት እየሠራሁ ነው። ተነሱ ከዚህ እንሂድ። |
59,710 | am_tg | “እኔ እውነተኛው የወይን ተክል ነኝ፤ አትክልተኛው ደግሞ አባቴ ነው። | “ኣነ ናይ ሓቂ ተኽሊ ወይኒ እየ፣ ተኻሊኡ ኸኣ ኣቦይ እዩ። |
59,711 | tg_am | “ኣነ ናይ ሓቂ ተኽሊ ወይኒ እየ፣ ተኻሊኡ ኸኣ ኣቦይ እዩ። | “እኔ እውነተኛው የወይን ተክል ነኝ፤ አትክልተኛው ደግሞ አባቴ ነው። |
59,712 | am_tg | በእኔ ላይ ያለውን፣ ፍሬ የማያፈራውን ቅርንጫፍ ሁሉ ቆርጦ ይጥለዋል፤ ፍሬ የሚያፈራውን ቅርንጫፍ ሁሉ ደግሞ ይበልጥ እንዲያፈራ ያጠራዋል። | ነቲ ኣባይ ዘሎ ፍረ ዘይፈሪ ዅሉ ጨንፈር ይቘርጾ፣ ነቲ ፍረ ዚፈሪ ዅሉ ግና፡ ብዝያዳ ምእንቲ ኺፈሪ፡ የጽርዮ። |
59,713 | tg_am | ነቲ ኣባይ ዘሎ ፍረ ዘይፈሪ ዅሉ ጨንፈር ይቘርጾ፣ ነቲ ፍረ ዚፈሪ ዅሉ ግና፡ ብዝያዳ ምእንቲ ኺፈሪ፡ የጽርዮ። | በእኔ ላይ ያለውን፣ ፍሬ የማያፈራውን ቅርንጫፍ ሁሉ ቆርጦ ይጥለዋል፤ ፍሬ የሚያፈራውን ቅርንጫፍ ሁሉ ደግሞ ይበልጥ እንዲያፈራ ያጠራዋል። |
59,714 | am_tg | እናንተ ከነገርኳችሁ ቃል የተነሳ አሁን ንጹሐን ናችሁ። | ንስኻትኩም፡ ሳላ እቲ ዝነገርኩኹም ቃል፡ ድሮ ንጹሃት ኢኹም። |
59,715 | tg_am | ንስኻትኩም፡ ሳላ እቲ ዝነገርኩኹም ቃል፡ ድሮ ንጹሃት ኢኹም። | እናንተ ከነገርኳችሁ ቃል የተነሳ አሁን ንጹሐን ናችሁ። |
59,716 | am_tg | ከእኔ ጋር ያላችሁን አንድነት ጠብቃችሁ ኑሩ፤ እኔም ከእናንተ ጋር ያለኝን አንድነት ጠብቄ እኖራለሁ። ቅርንጫፉ ከወይኑ ተክል ጋር ተጣብቆ ካልኖረ በራሱ ፍሬ ማፍራት አይችልም፤ እናንተም ከእኔ ጋር ያላችሁን አንድነት ጠብቃችሁ ካልኖራችሁ ፍሬ ልታፈሩ አትችሉም። | ምሳይ ብሓድነት ንበሩ፣ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ብሓድነት ክነብር እየ። ከምቲ ጨንፈር ምስ ተኽሊ ወይኒ ጸኒዑ እንተ ዘይነቢሩ፡ ባዕሉ ኺፈሪ ዘይክእል፡ ንስኻትኩም እውን ምሳይ ብሓድነት እንተ ዘይነቢርኩም፡ ከምኡ ኣይትኽእሉን ኢኹም። |
59,717 | tg_am | ምሳይ ብሓድነት ንበሩ፣ ኣነ እውን ምሳኻትኩም ብሓድነት ክነብር እየ። ከምቲ ጨንፈር ምስ ተኽሊ ወይኒ ጸኒዑ እንተ ዘይነቢሩ፡ ባዕሉ ኺፈሪ ዘይክእል፡ ንስኻትኩም እውን ምሳይ ብሓድነት እንተ ዘይነቢርኩም፡ ከምኡ ኣይትኽእሉን ኢኹም። | ከእኔ ጋር ያላችሁን አንድነት ጠብቃችሁ ኑሩ፤ እኔም ከእናንተ ጋር ያለኝን አንድነት ጠብቄ እኖራለሁ። ቅርንጫፉ ከወይኑ ተክል ጋር ተጣብቆ ካልኖረ በራሱ ፍሬ ማፍራት አይችልም፤ እናንተም ከእኔ ጋር ያላችሁን አንድነት ጠብቃችሁ ካልኖራችሁ ፍሬ ልታፈሩ አትችሉም። |
59,718 | am_tg | እኔ የወይኑ ተክል ነኝ፤ እናንተ ደግሞ ቅርንጫፎቹ ናችሁ። ማንኛውም ሰው ከእኔ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ ከኖረና እኔም ከእሱ ጋር አንድ ሆኜ ከኖርኩ ብዙ ፍሬ ያፈራል፤ እናንተ ከእኔ ተለይታችሁ ምንም ነገር ልታደርጉ አትችሉምና። | እቲ ተኽሊ ወይኒ ኣነ እየ፣ እቲ ጨናፍር ከኣ ንስኻትኩም ኢኹም። ብዘይካይ ሓንቲ እኳ ኽትገብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም እሞ፡ እቲ ምሳይ ብሓድነት ዚነብር፡ ኣነ እውን ምስኡ ብሓድነት ዝነብር፡ ንሱ ብዙሕ ፍረ ይፈሪ። |
59,719 | tg_am | እቲ ተኽሊ ወይኒ ኣነ እየ፣ እቲ ጨናፍር ከኣ ንስኻትኩም ኢኹም። ብዘይካይ ሓንቲ እኳ ኽትገብሩ ኣይትኽእሉን ኢኹም እሞ፡ እቲ ምሳይ ብሓድነት ዚነብር፡ ኣነ እውን ምስኡ ብሓድነት ዝነብር፡ ንሱ ብዙሕ ፍረ ይፈሪ። | እኔ የወይኑ ተክል ነኝ፤ እናንተ ደግሞ ቅርንጫፎቹ ናችሁ። ማንኛውም ሰው ከእኔ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ ከኖረና እኔም ከእሱ ጋር አንድ ሆኜ ከኖርኩ ብዙ ፍሬ ያፈራል፤ እናንተ ከእኔ ተለይታችሁ ምንም ነገር ልታደርጉ አትችሉምና። |
59,720 | am_tg | አንድ ሰው ከእኔ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ ካልኖረ እንደ ቅርንጫፍ ይጣልና ይደርቃል። ሰዎችም እንዲህ ያሉትን ቅርንጫፎች ሰብስበው እሳት ውስጥ በመጣል ያቃጥሏቸዋል። | ምሳይ ብሓድነት ዘይነብር እንተሎ፡ ከም ጨንፈር ንወጻኢ ይድርበን ይነቅጽን። ኣኪቦም ከኣ ናብ ሓዊ ይድርብይዎ እሞ ይነድድ። |
59,721 | tg_am | ምሳይ ብሓድነት ዘይነብር እንተሎ፡ ከም ጨንፈር ንወጻኢ ይድርበን ይነቅጽን። ኣኪቦም ከኣ ናብ ሓዊ ይድርብይዎ እሞ ይነድድ። | አንድ ሰው ከእኔ ጋር ያለውን አንድነት ጠብቆ ካልኖረ እንደ ቅርንጫፍ ይጣልና ይደርቃል። ሰዎችም እንዲህ ያሉትን ቅርንጫፎች ሰብስበው እሳት ውስጥ በመጣል ያቃጥሏቸዋል። |
59,722 | am_tg | እናንተ ከእኔ ጋር ያላችሁን አንድነት ከጠበቃችሁና ቃሌ በልባችሁ ከኖረ የምትፈልጉትን ማንኛውንም ነገር ብትጠይቁ ይፈጸምላችኋል። | ምሳይ ብሓድነት እንተ ነቢርኩም፡ ቃለይ እውን ኣባኻትኩም እንተ ሓዲሩ፡ እትደልይዎ ዘበለ ትልምኑ እሞ ይዀነልኩም። |
59,723 | tg_am | ምሳይ ብሓድነት እንተ ነቢርኩም፡ ቃለይ እውን ኣባኻትኩም እንተ ሓዲሩ፡ እትደልይዎ ዘበለ ትልምኑ እሞ ይዀነልኩም። | እናንተ ከእኔ ጋር ያላችሁን አንድነት ከጠበቃችሁና ቃሌ በልባችሁ ከኖረ የምትፈልጉትን ማንኛውንም ነገር ብትጠይቁ ይፈጸምላችኋል። |
59,724 | am_tg | ብዙ ፍሬ ብታፈሩና ደቀ መዛሙርቴ መሆናችሁን ብታሳዩ በዚህ አባቴ ይከበራል። | ብዙሕ ፍረ እንተ ፈሪኹም፡ ደቀ መዛሙርተይ እውን እንተ ዄንኩም፡ ኣቦይ በዚ ይኸብር። |
59,725 | tg_am | ብዙሕ ፍረ እንተ ፈሪኹም፡ ደቀ መዛሙርተይ እውን እንተ ዄንኩም፡ ኣቦይ በዚ ይኸብር። | ብዙ ፍሬ ብታፈሩና ደቀ መዛሙርቴ መሆናችሁን ብታሳዩ በዚህ አባቴ ይከበራል። |
59,726 | am_tg | አብ እኔን እንደወደደኝ፣ እኔም እናንተን እንዲሁ ወድጃችኋለሁ። እናንተም በፍቅሬ ኑሩ። | ከምቲ ኣቦ ዘፍቀረኒ፡ ኣነ እውን ንዓኻትኩም ኣፍቂረኩም ኣለኹ፣ ኣብ ፍቕረይ ጽንዑ። |
59,727 | tg_am | ከምቲ ኣቦ ዘፍቀረኒ፡ ኣነ እውን ንዓኻትኩም ኣፍቂረኩም ኣለኹ፣ ኣብ ፍቕረይ ጽንዑ። | አብ እኔን እንደወደደኝ፣ እኔም እናንተን እንዲሁ ወድጃችኋለሁ። እናንተም በፍቅሬ ኑሩ። |
59,728 | am_tg | እኔ የአብን ትእዛዛት ጠብቄ በፍቅሩ እንደምኖር እናንተም ትእዛዛቴን ብትጠብቁ በፍቅሬ ትኖራላችሁ። | ከምቲ ኣነ ትእዛዛት ኣቦ ዝሓለኹ እሞ ኣብ ፍቕሩ ጸኒዐ ዘለኹ፡ ንስኻትኩም እውን ትእዛዛተይ እንተ ሓሊኹም፡ ኣብ ፍቕረይ ክትጸንዑ ኢኹም። |
59,729 | tg_am | ከምቲ ኣነ ትእዛዛት ኣቦ ዝሓለኹ እሞ ኣብ ፍቕሩ ጸኒዐ ዘለኹ፡ ንስኻትኩም እውን ትእዛዛተይ እንተ ሓሊኹም፡ ኣብ ፍቕረይ ክትጸንዑ ኢኹም። | እኔ የአብን ትእዛዛት ጠብቄ በፍቅሩ እንደምኖር እናንተም ትእዛዛቴን ብትጠብቁ በፍቅሬ ትኖራላችሁ። |
59,730 | am_tg | “እነዚህን ነገሮች የነገርኳችሁ እኔ ያገኘሁትን ደስታ እንድታገኙና የእናንተም ደስታ የተሟላ እንዲሆን ነው። | “ሓጐሰይ ኣባኻትኩም ምእንቲ ኪኸውን፡ ሓጐስኩም እውን ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን እየ እዚ ዝበልኩኹም። |
59,731 | tg_am | “ሓጐሰይ ኣባኻትኩም ምእንቲ ኪኸውን፡ ሓጐስኩም እውን ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን እየ እዚ ዝበልኩኹም። | “እነዚህን ነገሮች የነገርኳችሁ እኔ ያገኘሁትን ደስታ እንድታገኙና የእናንተም ደስታ የተሟላ እንዲሆን ነው። |
59,732 | am_tg | ትእዛዜ ይህ ነው፤ እኔ እንደወደድኳችሁ እናንተም እርስ በርሳችሁ ተዋደዱ። | ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡ ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ትእዛዘይ እዚ እዩ። |
59,733 | tg_am | ከምቲ ኣነ ዘፍቀርኩኹም፡ ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ ትእዛዘይ እዚ እዩ። | ትእዛዜ ይህ ነው፤ እኔ እንደወደድኳችሁ እናንተም እርስ በርሳችሁ ተዋደዱ። |
59,734 | am_tg | ሕይወቱን ለወዳጆቹ ሲል አሳልፎ ከሚሰጥ ሰው የበለጠ ፍቅር ያለው ማንም የለም። | ንህይወቱ ምእንቲ ኣዕሩኹ ኣሕሊፉ ኻብ ዚህባ ሰብ፡ ዚዓቢ ፍቕሪ ዘለዎ የልቦን። |
59,735 | tg_am | ንህይወቱ ምእንቲ ኣዕሩኹ ኣሕሊፉ ኻብ ዚህባ ሰብ፡ ዚዓቢ ፍቕሪ ዘለዎ የልቦን። | ሕይወቱን ለወዳጆቹ ሲል አሳልፎ ከሚሰጥ ሰው የበለጠ ፍቅር ያለው ማንም የለም። |
59,736 | am_tg | የማዛችሁን ነገር የምትፈጽሙ ከሆነ ወዳጆቼ ናችሁ። | ንስኻትኩም፡ እዚ ዝእዝዘኩም ዘለኹ እንተ ጌርኩም፡ ኣዕሩኸይ ኢኹም። |
59,737 | tg_am | ንስኻትኩም፡ እዚ ዝእዝዘኩም ዘለኹ እንተ ጌርኩም፡ ኣዕሩኸይ ኢኹም። | የማዛችሁን ነገር የምትፈጽሙ ከሆነ ወዳጆቼ ናችሁ። |
59,738 | am_tg | ከእንግዲህ ባሪያዎች ብዬ አልጠራችሁም፤ ምክንያቱም ባሪያ ጌታው የሚያደርገውን ነገር አያውቅም። እኔ ግን ከአባቴ የሰማሁትን ነገር ሁሉ ስላሳወቅኳችሁ ወዳጆች ብዬ ጠርቻችኋለሁ። | ባርያስ ነቲ ጐይታኡ ዚገብሮ ስለ ዘይፈልጥ፡ ደጊም ባሮት ኣይብለኩምን እየ። ግናኸ፡ ኵሉ እቲ ኻብ ኣቦይ ዝሰማዕክዎ ስለ ዘፍለጥኩኹም፡ ኣዕሩኸይ ኢለኩም ኣለኹ። |
59,739 | tg_am | ባርያስ ነቲ ጐይታኡ ዚገብሮ ስለ ዘይፈልጥ፡ ደጊም ባሮት ኣይብለኩምን እየ። ግናኸ፡ ኵሉ እቲ ኻብ ኣቦይ ዝሰማዕክዎ ስለ ዘፍለጥኩኹም፡ ኣዕሩኸይ ኢለኩም ኣለኹ። | ከእንግዲህ ባሪያዎች ብዬ አልጠራችሁም፤ ምክንያቱም ባሪያ ጌታው የሚያደርገውን ነገር አያውቅም። እኔ ግን ከአባቴ የሰማሁትን ነገር ሁሉ ስላሳወቅኳችሁ ወዳጆች ብዬ ጠርቻችኋለሁ። |
59,740 | am_tg | እኔ መረጥኳችሁ እንጂ እናንተ አልመረጣችሁኝም፤ ሄዳችሁ ፍሬ እንድታፈሩና ፍሬያችሁ ጸንቶ እንዲኖር ሾሜያችኋለሁ፤ የመረጥኳችሁ አብ በስሜ የምትለምኑትን ሁሉ እንዲሰጣችሁ ነው። | ንኣቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ኣነ ደኣ እየ ሓርየኩም እምበር፡ ንስኻትኩምሲ ኣይሓረኹምንን፣ ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍረኹም ነባሪ ኪኸውንን እውን እየ ሸይመኩም። |
59,741 | tg_am | ንኣቦ ብስመይ ዝለመንኩምዎ ዘበለ ምእንቲ ኺህበኩም፡ ኣነ ደኣ እየ ሓርየኩም እምበር፡ ንስኻትኩምሲ ኣይሓረኹምንን፣ ክትከዱን ፍረ ኽትፈርዩን ፍረኹም ነባሪ ኪኸውንን እውን እየ ሸይመኩም። | እኔ መረጥኳችሁ እንጂ እናንተ አልመረጣችሁኝም፤ ሄዳችሁ ፍሬ እንድታፈሩና ፍሬያችሁ ጸንቶ እንዲኖር ሾሜያችኋለሁ፤ የመረጥኳችሁ አብ በስሜ የምትለምኑትን ሁሉ እንዲሰጣችሁ ነው። |
59,742 | am_tg | “እነዚህን ነገሮች የማዛችሁ እርስ በርሳችሁ እንድትዋደዱ ነው። | “ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ እዚ እእዝዘኩም ኣለኹ። |
59,743 | tg_am | “ንሓድሕድኩም ክትፋቐሩ፡ እዚ እእዝዘኩም ኣለኹ። | “እነዚህን ነገሮች የማዛችሁ እርስ በርሳችሁ እንድትዋደዱ ነው። |
59,744 | am_tg | ዓለም ቢጠላችሁ፣ እናንተን ከመጥላቱ በፊት እኔን እንደጠላኝ ታውቃላችሁ። | ዓለም እንተ ጸሊኣትኩም፡ ንዓይ ቅድሜኹም ከም ዝጸልኣትኒ ፍለጡ። |
59,745 | tg_am | ዓለም እንተ ጸሊኣትኩም፡ ንዓይ ቅድሜኹም ከም ዝጸልኣትኒ ፍለጡ። | ዓለም ቢጠላችሁ፣ እናንተን ከመጥላቱ በፊት እኔን እንደጠላኝ ታውቃላችሁ። |
59,746 | am_tg | የዓለም ክፍል ብትሆኑ ኖሮ ዓለም የራሱ የሆነውን በወደደ ነበር። አሁን ግን እኔ ከዓለም መረጥኳችሁ እንጂ የዓለም ክፍል ስላልሆናችሁ ከዚህ የተነሳ ዓለም ይጠላችኋል። | ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ ዓለም ነቲ ናታ ትፈትዎ እያ። ኣነ ደኣ እየ ኻብ ዓለም ዝሓረኹኹም እምበር፡ ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን፣ ስለዚ፡ ዓለም ትጸልኣኩም እያ። |
59,747 | tg_am | ካብ ዓለም እንተ ትዀኑስ፡ ዓለም ነቲ ናታ ትፈትዎ እያ። ኣነ ደኣ እየ ኻብ ዓለም ዝሓረኹኹም እምበር፡ ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን፣ ስለዚ፡ ዓለም ትጸልኣኩም እያ። | የዓለም ክፍል ብትሆኑ ኖሮ ዓለም የራሱ የሆነውን በወደደ ነበር። አሁን ግን እኔ ከዓለም መረጥኳችሁ እንጂ የዓለም ክፍል ስላልሆናችሁ ከዚህ የተነሳ ዓለም ይጠላችኋል። |
59,748 | am_tg | ባሪያ ከጌታው አይበልጥም ብዬ የነገርኳችሁን ቃል አስታውሱ። እኔን ስደት አድርሰውብኝ ከሆነ እናንተንም ስደት ያደርሱባችኋል፤ ቃሌን ጠብቀው ከሆነ ደግሞ የእናንተንም ቃል ይጠብቃሉ። | ነቲ፡ ‘ባርያ ኻብ ጐይታኡ ኣይዓብን እዩ’ ኢለ ዝነገርኩኹም ቃል ዘክርዎ። ንዓይ እንተ ሰጒጎምኒ፡ ንዓኻትኩም እውን ኪሰጕጉኹም እዮም፣ ቃለይ እንተ ሓልዮም፡ ቃልኩም እውን ኪሕልዉ እዮም። |
59,749 | tg_am | ነቲ፡ ‘ባርያ ኻብ ጐይታኡ ኣይዓብን እዩ’ ኢለ ዝነገርኩኹም ቃል ዘክርዎ። ንዓይ እንተ ሰጒጎምኒ፡ ንዓኻትኩም እውን ኪሰጕጉኹም እዮም፣ ቃለይ እንተ ሓልዮም፡ ቃልኩም እውን ኪሕልዉ እዮም። | ባሪያ ከጌታው አይበልጥም ብዬ የነገርኳችሁን ቃል አስታውሱ። እኔን ስደት አድርሰውብኝ ከሆነ እናንተንም ስደት ያደርሱባችኋል፤ ቃሌን ጠብቀው ከሆነ ደግሞ የእናንተንም ቃል ይጠብቃሉ። |
59,750 | am_tg | ሆኖም የላከኝን ስለማያውቁት በስሜ ምክንያት እነዚህን ነገሮች ሁሉ ያደርጉባችኋል። | ግናኸ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ ስለ ዘይፈልጥዎ፡ ስለ ስመይ እዚ ዅሉ ኺገብሩኹም እዮም። |
59,751 | tg_am | ግናኸ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ ስለ ዘይፈልጥዎ፡ ስለ ስመይ እዚ ዅሉ ኺገብሩኹም እዮም። | ሆኖም የላከኝን ስለማያውቁት በስሜ ምክንያት እነዚህን ነገሮች ሁሉ ያደርጉባችኋል። |
59,752 | am_tg | መጥቼ ባልነግራቸው ኖሮ ኃጢአት ባልሆነባቸው ነበር። አሁን ግን ለኃጢአታቸው የሚያቀርቡት ሰበብ የለም። | ኣነ መጺአ እንተ ዘይነግሮም፡ ሓጢኣት ኣይምዀኖምን። ሕጂ ግና ንሓጢኣቶም ምኽንያት የብሎምን። |
59,753 | tg_am | ኣነ መጺአ እንተ ዘይነግሮም፡ ሓጢኣት ኣይምዀኖምን። ሕጂ ግና ንሓጢኣቶም ምኽንያት የብሎምን። | መጥቼ ባልነግራቸው ኖሮ ኃጢአት ባልሆነባቸው ነበር። አሁን ግን ለኃጢአታቸው የሚያቀርቡት ሰበብ የለም። |
59,754 | am_tg | እኔን የሚጠላ ሁሉ አባቴንም ይጠላል። | እቲ ንዓይ ዚጸልኣኒ፡ ንኣቦይ እውን ይጸልኦ እዩ። |
59,755 | tg_am | እቲ ንዓይ ዚጸልኣኒ፡ ንኣቦይ እውን ይጸልኦ እዩ። | እኔን የሚጠላ ሁሉ አባቴንም ይጠላል። |
59,756 | am_tg | ሌላ ማንም ያላደረገውን ነገር በመካከላቸው ባላደርግ ኖሮ ኃጢአት ባልሆነባቸው ነበር፤ አሁን ግን እኔን አይተዋል እንዲሁም እኔንም ሆነ አባቴን ጠልተዋል። | ካልእ ዘይገበሮ ግብርታት ኣብ መንጎኦም እንተ ዘይገብር፡ ሓጢኣት ኣይምዀኖምን ነይሩ፣ ሕጂ ግና ርእዮምሲ ንዓይን ንኣቦይን ጸሊኦምና ኣለዉ። |
59,757 | tg_am | ካልእ ዘይገበሮ ግብርታት ኣብ መንጎኦም እንተ ዘይገብር፡ ሓጢኣት ኣይምዀኖምን ነይሩ፣ ሕጂ ግና ርእዮምሲ ንዓይን ንኣቦይን ጸሊኦምና ኣለዉ። | ሌላ ማንም ያላደረገውን ነገር በመካከላቸው ባላደርግ ኖሮ ኃጢአት ባልሆነባቸው ነበር፤ አሁን ግን እኔን አይተዋል እንዲሁም እኔንም ሆነ አባቴን ጠልተዋል። |
59,758 | am_tg | ይሁን እንጂ ይህ የሆነው ‘ያለምክንያት ጠሉኝ’ ተብሎ በሕጋቸው የተጻፈው ቃል እንዲፈጸም ነው። | እዚ ግና እቲ ኣብ ሕጎም፡ ‘ብዘይ ምኽንያት ጸሊኦምኒ’ ተባሂሉ ተጻሒፉ ዘሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። |
59,759 | tg_am | እዚ ግና እቲ ኣብ ሕጎም፡ ‘ብዘይ ምኽንያት ጸሊኦምኒ’ ተባሂሉ ተጻሒፉ ዘሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። | ይሁን እንጂ ይህ የሆነው ‘ያለምክንያት ጠሉኝ’ ተብሎ በሕጋቸው የተጻፈው ቃል እንዲፈጸም ነው። |
59,760 | am_tg | ከአብ ዘንድ የምልክላችሁ ከአብ የሚወጣው ረዳት ይኸውም የእውነት መንፈስ ሲመጣ እሱ ስለ እኔ ይመሠክራል፤ | እቲ ኻብ ኣቦ ዝሰድደልኩም ሓጋዚ፡ እቲ ኻብ ኣቦ ዚወጽእ መንፈስ ሓቂ ምስ መጸ፡ ንሱ ኺምስክረለይ እዩ፣ |
59,761 | tg_am | እቲ ኻብ ኣቦ ዝሰድደልኩም ሓጋዚ፡ እቲ ኻብ ኣቦ ዚወጽእ መንፈስ ሓቂ ምስ መጸ፡ ንሱ ኺምስክረለይ እዩ፣ | ከአብ ዘንድ የምልክላችሁ ከአብ የሚወጣው ረዳት ይኸውም የእውነት መንፈስ ሲመጣ እሱ ስለ እኔ ይመሠክራል፤ |
59,762 | am_tg | እናንተም ደግሞ ትመሠክራላችሁ፤ ምክንያቱም ከመጀመሪያ አንስቶ ከእኔ ጋር ነበራችሁ። | ንስኻትኩም እውን ካብ መጀመርታ ኣትሒዝኩም ምሳይ ስለ ዝነበርኩም፡ ክትምስክሩለይ ኢኹም። |
59,763 | tg_am | ንስኻትኩም እውን ካብ መጀመርታ ኣትሒዝኩም ምሳይ ስለ ዝነበርኩም፡ ክትምስክሩለይ ኢኹም። | እናንተም ደግሞ ትመሠክራላችሁ፤ ምክንያቱም ከመጀመሪያ አንስቶ ከእኔ ጋር ነበራችሁ። |
59,764 | am_tg | ጌታ፣ ከዮሐንስ ይበልጥ ብዙ ደቀ መዛሙርት እያፈራና እያጠመቀ መሆኑን ፈሪሳውያን እንደሰሙ ባወቀ ጊዜ፣ | ጐይታ ኸኣ፡ ፈሪሳውያንሲ የሱስ ካብ ናይ ዮሃንስ ዚበዝሑ ደቀ መዛሙርቲ ይገብርን የጥምቕን ከም ዝነበረ ምስማዖም ምስ ፈለጠ፡— |
59,765 | tg_am | ጐይታ ኸኣ፡ ፈሪሳውያንሲ የሱስ ካብ ናይ ዮሃንስ ዚበዝሑ ደቀ መዛሙርቲ ይገብርን የጥምቕን ከም ዝነበረ ምስማዖም ምስ ፈለጠ፡— | ጌታ፣ ከዮሐንስ ይበልጥ ብዙ ደቀ መዛሙርት እያፈራና እያጠመቀ መሆኑን ፈሪሳውያን እንደሰሙ ባወቀ ጊዜ፣ |
59,766 | am_tg | (እርግጥ ደቀ መዛሙርቱ እንጂ ኢየሱስ ራሱ አላጠመቀም) | ግናኸ ደቀ መዛሙርቱ ደኣ እምበር፡ የሱስ ባዕሉስ ኣየጥመቐን፡— |
59,767 | tg_am | ግናኸ ደቀ መዛሙርቱ ደኣ እምበር፡ የሱስ ባዕሉስ ኣየጥመቐን፡— | (እርግጥ ደቀ መዛሙርቱ እንጂ ኢየሱስ ራሱ አላጠመቀም) |
59,768 | am_tg | ይሁዳን ለቆ እንደገና ወደ ገሊላ ሄደ። | ንይሁዳ ሓዲጉ፡ ከም ብሓድሽ ናብ ገሊላ ኸደ። |
59,769 | tg_am | ንይሁዳ ሓዲጉ፡ ከም ብሓድሽ ናብ ገሊላ ኸደ። | ይሁዳን ለቆ እንደገና ወደ ገሊላ ሄደ። |
59,770 | am_tg | ሆኖም በሰማርያ በኩል ማለፍ ነበረበት። | ብሰማርያ ኺሓልፍ ከኣ ነበሮ። |
59,771 | tg_am | ብሰማርያ ኺሓልፍ ከኣ ነበሮ። | ሆኖም በሰማርያ በኩል ማለፍ ነበረበት። |
59,772 | am_tg | ስለሆነም ያዕቆብ ለልጁ ለዮሴፍ በሰጠው መሬት አጠገብ ወዳለችው ሲካር ወደተባለች የሰማርያ ከተማ መጣ። | ስለዚ፡ ናብታ ኣብ ጥቓ እታ ያእቆብ ንወዱ ዮሴፍ ዝሃቦ ግራት ዘላ ሲካር እትብሃል ከተማ ሰማርያ መጸ። |
59,773 | tg_am | ስለዚ፡ ናብታ ኣብ ጥቓ እታ ያእቆብ ንወዱ ዮሴፍ ዝሃቦ ግራት ዘላ ሲካር እትብሃል ከተማ ሰማርያ መጸ። | ስለሆነም ያዕቆብ ለልጁ ለዮሴፍ በሰጠው መሬት አጠገብ ወዳለችው ሲካር ወደተባለች የሰማርያ ከተማ መጣ። |
59,774 | am_tg | ደግሞም በዚያ የያዕቆብ የውኃ ጉድጓድ ነበረ። ኢየሱስም ከጉዞው የተነሳ ደክሞት ስለነበር በውኃ ጉድጓዱ አጠገብ ተቀመጠ። ጊዜው ስድስት ሰዓት ገደማ ነበር። | ኣብኣ ድማ ዒላ ያእቆብ ነበረት። የሱስ ከኣ ብጕዕዞ ደኺሙ፡ ኣብ ጥቓ እታ ዒላ ተቐመጠ። ሽዑ፡ ሻድሸይቲ ሰዓት ኣቢሉ ነበረ። |
59,775 | tg_am | ኣብኣ ድማ ዒላ ያእቆብ ነበረት። የሱስ ከኣ ብጕዕዞ ደኺሙ፡ ኣብ ጥቓ እታ ዒላ ተቐመጠ። ሽዑ፡ ሻድሸይቲ ሰዓት ኣቢሉ ነበረ። | ደግሞም በዚያ የያዕቆብ የውኃ ጉድጓድ ነበረ። ኢየሱስም ከጉዞው የተነሳ ደክሞት ስለነበር በውኃ ጉድጓዱ አጠገብ ተቀመጠ። ጊዜው ስድስት ሰዓት ገደማ ነበር። |
59,776 | am_tg | አንዲት የሰማርያ ሴት ውኃ ልትቀዳ መጣች። ኢየሱስም “እባክሽ፣ የምጠጣው ውኃ ስጪኝ” አላት። | ሓንቲ ኻብ ሰማርያ ዝዀነት ሰበይቲ፡ ማይ ክትቀድሕ መጸት። የሱስ ድማ፡ “ኣስትይኒ” በላ። |
59,777 | tg_am | ሓንቲ ኻብ ሰማርያ ዝዀነት ሰበይቲ፡ ማይ ክትቀድሕ መጸት። የሱስ ድማ፡ “ኣስትይኒ” በላ። | አንዲት የሰማርያ ሴት ውኃ ልትቀዳ መጣች። ኢየሱስም “እባክሽ፣ የምጠጣው ውኃ ስጪኝ” አላት። |
59,778 | am_tg | (ደቀ መዛሙርቱ ምግብ ሊገዙ ወደ ከተማዋ ሄደው ነበር።) | (ከመይሲ፡ ደቀ መዛሙርቱ ዚብላዕ ኪዕድጉ ናብ ከተማ ኸይዶም ነበሩ።) |
59,779 | tg_am | (ከመይሲ፡ ደቀ መዛሙርቱ ዚብላዕ ኪዕድጉ ናብ ከተማ ኸይዶም ነበሩ።) | (ደቀ መዛሙርቱ ምግብ ሊገዙ ወደ ከተማዋ ሄደው ነበር።) |
59,780 | am_tg | ሳምራዊቷም “አንተ አይሁዳዊ ሆነህ ሳለ እኔን ሳምራዊቷን እንዴት የምጠጣው ውኃ ስጪኝ ትለኛለህ?” አለችው። (ይህን ያለችው አይሁዳውያን ከሳምራውያን ጋር ምንም ግንኙነት ስላልነበራቸው ነው።) | ኣይሁድ ምስ ሳምራውያን ኣይተሓባበሩን ነበሩ እሞ፡ እታ ሳምራዊት ሰበይቲ፡ “ንስኻ ኣይሁዳዊ ኽነስኻስ፡ ካባይ ካብ ሳምራዊት ሰበይቲ ደኣ ኸመይ ኢልካ ኽትሰቲ ትልምን ኣለኻ፧” በለቶ። |
59,781 | tg_am | ኣይሁድ ምስ ሳምራውያን ኣይተሓባበሩን ነበሩ እሞ፡ እታ ሳምራዊት ሰበይቲ፡ “ንስኻ ኣይሁዳዊ ኽነስኻስ፡ ካባይ ካብ ሳምራዊት ሰበይቲ ደኣ ኸመይ ኢልካ ኽትሰቲ ትልምን ኣለኻ፧” በለቶ። | ሳምራዊቷም “አንተ አይሁዳዊ ሆነህ ሳለ እኔን ሳምራዊቷን እንዴት የምጠጣው ውኃ ስጪኝ ትለኛለህ?” አለችው። (ይህን ያለችው አይሁዳውያን ከሳምራውያን ጋር ምንም ግንኙነት ስላልነበራቸው ነው።) |
59,782 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ “የአምላክን ነፃ ስጦታ ብታውቂና ‘የምጠጣው ውኃ ስጪኝ’ የሚልሽ ማን መሆኑን ብትረጂ ኖሮ አንቺ ራስሽ ትጠይቂው ነበር፤ እሱም የሕይወት ውኃ ይሰጥሽ ነበር” አላት። | የሱስ ድማ፡ “ናጻ ውህበት ኣምላኽን እቲ ‘ኣስትይኒ’ ዚብለኪ ዘሎ መን ምዃኑን እንተ ትፈልጥስ፡ ንስኺ ምለመንክዮ ኔርኪ፡ ንሱ ኸኣ ማይ ህይወት ምሃበኪ ነይሩ” ኢሉ መለሰላ። |
59,783 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ናጻ ውህበት ኣምላኽን እቲ ‘ኣስትይኒ’ ዚብለኪ ዘሎ መን ምዃኑን እንተ ትፈልጥስ፡ ንስኺ ምለመንክዮ ኔርኪ፡ ንሱ ኸኣ ማይ ህይወት ምሃበኪ ነይሩ” ኢሉ መለሰላ። | ኢየሱስም መልሶ “የአምላክን ነፃ ስጦታ ብታውቂና ‘የምጠጣው ውኃ ስጪኝ’ የሚልሽ ማን መሆኑን ብትረጂ ኖሮ አንቺ ራስሽ ትጠይቂው ነበር፤ እሱም የሕይወት ውኃ ይሰጥሽ ነበር” አላት። |
59,784 | am_tg | እሷም እንዲህ አለችው፦ “ጌታዬ፣ አንተ ውኃ መቅጃ እንኳ የለህም፤ ጉድጓዱ ደግሞ ጥልቅ ነው። ታዲያ ይህን የሕይወት ውኃ ከየት ታገኛለህ? | ንሳ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ መገለል የብልካን፡ እዛ ዒላ ኸኣ ዓማቝ እያ። እቲ ማይ ህይወት ደኣ ኻበይ ኢኻ እትረኽቦ፧ |
59,785 | tg_am | ንሳ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ መገለል የብልካን፡ እዛ ዒላ ኸኣ ዓማቝ እያ። እቲ ማይ ህይወት ደኣ ኻበይ ኢኻ እትረኽቦ፧ | እሷም እንዲህ አለችው፦ “ጌታዬ፣ አንተ ውኃ መቅጃ እንኳ የለህም፤ ጉድጓዱ ደግሞ ጥልቅ ነው። ታዲያ ይህን የሕይወት ውኃ ከየት ታገኛለህ? |
59,786 | am_tg | አንተ ይህን የውኃ ጉድጓድ ከሰጠን እንዲሁም ከልጆቹና ከከብቶቹ ጋር ከዚህ ጉድጓድ ከጠጣው ከአባታችን ከያዕቆብ ትበልጣለህ?” | ንስኻዶ ኻብቲ ነዛ ዒላ እዚኣ ዝሃበና፡ ንሱ እውን ምስ ደቁን ማሉን ካብኣ ዝሰተየ ኣቦና ያእቆብ ትዓቢ ኢኻ፧” በለቶ። |
59,787 | tg_am | ንስኻዶ ኻብቲ ነዛ ዒላ እዚኣ ዝሃበና፡ ንሱ እውን ምስ ደቁን ማሉን ካብኣ ዝሰተየ ኣቦና ያእቆብ ትዓቢ ኢኻ፧” በለቶ። | አንተ ይህን የውኃ ጉድጓድ ከሰጠን እንዲሁም ከልጆቹና ከከብቶቹ ጋር ከዚህ ጉድጓድ ከጠጣው ከአባታችን ከያዕቆብ ትበልጣለህ?” |
59,788 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላት፦ “ከዚህ ውኃ የሚጠጣ ሁሉ እንደገና ይጠማል። | የሱስ ድማ፡ “ካብዚ ማይ እዚ ዚሰቲ ዅሉ መሊሱ ኺጸምእ እዩ። |
59,789 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “ካብዚ ማይ እዚ ዚሰቲ ዅሉ መሊሱ ኺጸምእ እዩ። | ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላት፦ “ከዚህ ውኃ የሚጠጣ ሁሉ እንደገና ይጠማል። |
59,790 | am_tg | እኔ ከምሰጠው ውኃ የሚጠጣ ሁሉ ግን ፈጽሞ አይጠማም፤ ከዚህ ይልቅ እኔ የምሰጠው ውኃ በውስጡ የሚፈልቅ የዘላለም ሕይወት የሚያስገኝ የውኃ ምንጭ ይሆናል።” | ካብቲ ኣነ ዝህቦ ማይ ዚሰቲ ዘበለ ግና፡ እቲ ኣነ ዝህቦ ማይ ደኣ ኣብኡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዚፍልፍል ዓይኒ ማይ ይኸውን እምበር፡ ከቶ ኣይኪጸምእን እዩ” ኢሉ መለሰላ። |
59,791 | tg_am | ካብቲ ኣነ ዝህቦ ማይ ዚሰቲ ዘበለ ግና፡ እቲ ኣነ ዝህቦ ማይ ደኣ ኣብኡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዚፍልፍል ዓይኒ ማይ ይኸውን እምበር፡ ከቶ ኣይኪጸምእን እዩ” ኢሉ መለሰላ። | እኔ ከምሰጠው ውኃ የሚጠጣ ሁሉ ግን ፈጽሞ አይጠማም፤ ከዚህ ይልቅ እኔ የምሰጠው ውኃ በውስጡ የሚፈልቅ የዘላለም ሕይወት የሚያስገኝ የውኃ ምንጭ ይሆናል።” |
59,792 | am_tg | ሴትየዋም “ጌታዬ፣ እንዳልጠማም ሆነ ውኃ ለመቅዳት ወደዚህ ቦታ እንዳልመላለስ ይህን ውኃ ስጠኝ” አለችው። | እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ከይጸምእ እሞ፡ ክቐድሕ ኢለ ናብዚ ኸይመላለስሲ፡ ነዚ ማይ እዚ ሃበኒ” በለቶ። |
59,793 | tg_am | እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ከይጸምእ እሞ፡ ክቐድሕ ኢለ ናብዚ ኸይመላለስሲ፡ ነዚ ማይ እዚ ሃበኒ” በለቶ። | ሴትየዋም “ጌታዬ፣ እንዳልጠማም ሆነ ውኃ ለመቅዳት ወደዚህ ቦታ እንዳልመላለስ ይህን ውኃ ስጠኝ” አለችው። |
59,794 | am_tg | እሱም “ሂጂና ባልሽን ጠርተሽ ተመልሰሽ ነይ” አላት። | ንሱ ኸኣ፡ “ኪዲ፡ ሰብኣይኪ ጸዊዕኪ ናብዚ ንዒ” በላ። |
59,795 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ኪዲ፡ ሰብኣይኪ ጸዊዕኪ ናብዚ ንዒ” በላ። | እሱም “ሂጂና ባልሽን ጠርተሽ ተመልሰሽ ነይ” አላት። |
59,796 | am_tg | ሴትየዋም “ባል የለኝም” ብላ መለሰችለት። ኢየሱስም እንዲህ አላት፦ “‘ባል የለኝም’ ማለትሽ ትክክል ነው። | እታ ሰበይቲ ድማ፡ “ሰብኣይ የብለይን” ኢላ መለሰትሉ። የሱስ ከኣ፡ “‘ሰብኣይ የብለይን’ ብምባልክስ፡ ቅኑዕ ተዛሪብኪ። |
59,797 | tg_am | እታ ሰበይቲ ድማ፡ “ሰብኣይ የብለይን” ኢላ መለሰትሉ። የሱስ ከኣ፡ “‘ሰብኣይ የብለይን’ ብምባልክስ፡ ቅኑዕ ተዛሪብኪ። | ሴትየዋም “ባል የለኝም” ብላ መለሰችለት። ኢየሱስም እንዲህ አላት፦ “‘ባል የለኝም’ ማለትሽ ትክክል ነው። |
59,798 | am_tg | ምክንያቱም አምስት ባሎች ነበሩሽ፤ አሁን አብሮሽ ያለው ሰው ደግሞ ባልሽ አይደለም። ስለዚህ የተናገርሽው እውነት ነው።” | ሓሙሽተ ሰብኡትሲ ነይሮምኺ እዮም፣ እዚ ሕጂ ምሳኺ ዘሎ እውን ሰብኣይኪ ኣይኰነን። እዝስ ሓቂ ተዛሪብኪ” በላ። |
59,799 | tg_am | ሓሙሽተ ሰብኡትሲ ነይሮምኺ እዮም፣ እዚ ሕጂ ምሳኺ ዘሎ እውን ሰብኣይኪ ኣይኰነን። እዝስ ሓቂ ተዛሪብኪ” በላ። | ምክንያቱም አምስት ባሎች ነበሩሽ፤ አሁን አብሮሽ ያለው ሰው ደግሞ ባልሽ አይደለም። ስለዚህ የተናገርሽው እውነት ነው።” |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.