Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
59,800
am_tg
ሴትየዋም እንዲህ አለችው፦ “ጌታዬ፣ አንተ ነቢይ እንደሆንክ አሁን ተረዳሁ።
እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ነብዪ ምዃንካ እርኢ ኣለኹ።
59,801
tg_am

59,802
am_tg
አባቶቻችን በዚህ ተራራ ላይ አምልኳቸውን ያካሂዱ ነበር፤ እናንተ አይሁዳውያን ግን ሰዎች ማምለክ ያለባቸው በኢየሩሳሌም ነው ትላላችሁ።”
ኣቦታትና ኣብዚ ኸረን እዚ እዮም ኣምሊኾም፣ ንስኻትኩም ግና፡ ‘እታ ኺምለኸላ ዚግባእ ቦታ የሩሳሌም እያ’ ኢኹም እትብሉ” በለቶ።
59,803

59,804
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላት፦ “አንቺ ሴት፣ እመኚኝ፤ በዚህ ተራራም ሆነ በኢየሩሳሌም አብን የማታመልኩበት ሰዓት ይመጣል።
የሱስ ድማ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ኣብዚ ኸረን እዚ ወይስ ኣብ የሩሳሌም ንኣቦ ዘይተምልኹላ ሰዓት ከም እትመጽእ፡ እመንኒ።
59,805

59,806
am_tg
እናንተ የማታውቁትን ታመልካላችሁ፤ እኛ ግን መዳን የሚጀምረው ከአይሁዳውያን ስለሆነ የምናውቀውን እናመልካለን።
ንስኻትኩም ንዘይትፈልጥዎ ኢኹም እተምልኹ፣ ንሕና ግና፡ ድሕነት ካብ ኣይሁድ ስለ ዝዀነ፡ ንእንፈልጦ ኢና እነምልኽ።
59,807

59,808
am_tg
ይሁንና እውነተኛ አምላኪዎች አብን በመንፈስና በእውነት የሚያመልኩበት ሰዓት ይመጣል፤ ያም ሰዓት አሁን ነው፤ ምክንያቱም አብ እንዲያመልኩት የሚፈልገው እንዲህ ያሉ ሰዎችን ነው።
ግናኸ፡ ናይ ሓቂ ኣምለኽቲ ንኣቦ ብመንፈስን ብሓቅን ዜምልኹላ ሰዓት ትመጽእ ኣላ፡ ንሳ ኸኣ ሕጂ እያ፣ ኣቦስ ከምዚ ዝበሉ ኣምለኽቲ እዩ ዚደሊ ዘሎ።
59,809

59,810
am_tg
አምላክ መንፈስ ነው፤ የሚያመልኩትም በመንፈስና በእውነት ሊያመልኩት ይገባል።”
ኣምላኽ መንፈስ እዩ፣ እቶም ዜምልኽዎ ድማ ብመንፈስን ብሓቅን ኬምልኽዎ ይግብኦም” በላ።
59,811

59,812
am_tg
ሴትየዋም “ክርስቶስ የተባለ መሲሕ እንደሚመጣ አውቃለሁ። እሱ ሲመጣ ሁሉንም ነገር ግልጥልጥ አድርጎ ይነግረናል” አለችው።
እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ “ክርስቶስ ዚብሃል መሲሕ ከም ዚመጽእ እፈልጥ እየ። ንሱ ምስ መጸ፡ ኵሉ ኺገልጸልና እዩ” በለቶ።
59,813

59,814
am_tg
ኢየሱስም “እያነጋገርኩሽ ያለሁት እኔ፣ እሱ ነኝ” አላት።
የሱስ ድማ፡ “ኣነ ዝዛረበኪ ዘለኹ፡ ንሱ እየ” በላ።
59,815
tg_am
የሱስ ድማ፡ “ኣነ ዝዛረበኪ ዘለኹ፡ ንሱ እየ” በላ።
ኢየሱስም “እያነጋገርኩሽ ያለሁት እኔ፣ እሱ ነኝ” አላት።
59,816
am_tg
በዚህ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ መጡ፤ ከሴት ጋር ሲነጋገር አይተውም ተደነቁ። ይሁን እንጂ “ምን ፈልገህ ነው?” ወይም “ከእሷ ጋር የምትነጋገረው ለምንድን ነው?” ያለው ማንም አልነበረም።
ሽዑ፡ ደቀ መዛሙርቱ መጹ፡ ምስ ሰበይቲ ይዛራረብ ስለ ዝነበረ እውን፡ ተገረሙ። ግናኸ፡ “እንታይ ኢኻ ደሊኻ፧” ወይ፡ “ንምንታይ ምስኣ ትዛረብ ኣለኻ፧” ዝበሎ ሓደ እኳ ኣይነበረን።
59,817

59,818
am_tg
ሴትየዋም እንስራዋን ትታ ወደ ከተማዋ በመሄድ ሰዎቹን እንዲህ አለቻቸው፦
እታ ሰበይቲ ኸኣ፡ ዕትሮኣ ሓዲጋ ናብ ከተማ ኣተወት፡ ነቶም ሰባት እውን፡
59,819

59,820
am_tg
“ያደረግኩትን ሁሉ የነገረኝን ሰው መጥታችሁ እዩ። ይህ ሰው ክርስቶስ ይሆን እንዴ?”
“ዝገበርክዎ ዅሉ ዝነገረኒ ሰብ ንዑ ርኣይዎ። እንድዒ፡ ክርስቶስ ደዀን ይኸውን፧” ኢላ ነገረቶም።
59,821

59,822
am_tg
እነሱም ከከተማዋ ወጥተው ወደ እሱ መጡ።
ንሳቶም ከኣ ካብታ ኸተማ ወጺኦም ናብኡ መጹ።
59,823
tg_am
ንሳቶም ከኣ ካብታ ኸተማ ወጺኦም ናብኡ መጹ።
እነሱም ከከተማዋ ወጥተው ወደ እሱ መጡ።
59,824
am_tg
በዚህ ጊዜ ደቀ መዛሙርቱ “ረቢ፣ ብላ እንጂ” እያሉ ጎተጎቱት።
ኣብ መንጎኡ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ “መምህር፡ ብላዕ” ኢሎም ይልምንዎ ነበሩ።
59,825

59,826
am_tg
እሱ ግን “እናንተ የማታውቁት የምበላው ምግብ አለኝ” አላቸው።
ንሱ ግና፡ “ኣነስ ንስኻትኩም ዘይትፈልጥዎ ዝበልዖ ብልዒ ኣሎኒ” በሎም።
59,827

59,828
am_tg
ደቀ መዛሙርቱም እርስ በርሳቸው “ምግብ ያመጣለት ይኖር ይሆን እንዴ?” ተባባሉ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ ንሓድሕዶም፡ “ዚብላዕ ዘምጸኣሉ ደዀን ኣልዩ፧” ተባሃሃሉ።
59,829

59,830
am_tg
ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “የእኔ ምግብ የላከኝን ፈቃድ ማድረግና እንዳከናውነው የሰጠኝን ሥራ መፈጸም ነው።
የሱስ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ብልዐይሲ ፍቓድ እቲ ዝለኣኸኒ ኽገብር፡ ዕዮኡ እውን ክፍጽም እዩ።
59,831

59,832
am_tg
እናንተ መከር ሊገባ ገና አራት ወር ይቀረዋል ትሉ የለም? እነሆ እላችኋለሁ፣ ዓይናችሁን ወደ ማሳው አቅንታችሁ አዝመራው እንደነጣ ተመልከቱ።
‘ቀውዒ ኽሳዕ ዚመጽእ ኣርባዕተ ወርሒ ኣሎ’ ትብሉ ደይኰንኩምን፧ እንሆ፡ እብለኩም ኣለኹ፦ ኣዒንትኹም ኣልዒልኩም፡ ግራውቲ ንዓጺድ ከም ዝጻዕደወ ርኣዩ።
59,833

59,834
am_tg
አሁንም እንኳ አጫጁ ደሞዙን እየተቀበለና ለዘላለም ሕይወት ፍሬ እየሰበሰበ ነው፤ ስለዚህ ዘሪውም ሆነ አጫጁ በአንድነት ደስ ይላቸዋል።
እቲ ዘራእን እቲ ዓጻድን ብሓንሳእ ምእንቲ ኺሕጐሱ፡ ድሮ እቲ ዓጻዲ ውዕለቱ ይቕበልን ንናይ ዘለኣለም ህይወት ፍረ ይእክብን ኣሎ።
59,835

59,836
am_tg
ከዚህም የተነሳ ‘አንዱ ይዘራል፤ ሌላኛውም ያጭዳል’ የሚለው አባባል እውነት ነው።
ኣብዚ መዳይ እዝስ፡ ‘ሓዲኡ ዘራኢ፡ ሓዲኡ ኸኣ ዓጻዲ እዩ’ ዚብሃል ሓቂ እዩ።
59,837

59,838
am_tg
እኔም ያልደከማችሁበትን እንድታጭዱ ላክኋችሁ። ሌሎች በደከሙበት እናንተ የድካማቸው ፍሬ ተካፋዮች ሆናችሁ።”
ኣነ፡ ዘይጸዓርኩምሉ ኽትዓጽዱ ልኢኸኩም ኣለኹ። ካልኦት ጽዒሮምሉ እዮም፣ ንስኻትኩም ከኣ ብጻዕሮም ትጥቀሙ ኣለኹም።”
59,839

59,840
am_tg
ሴትየዋ “ያደረግኩትን ሁሉ ነገረኝ” ብላ ስለመሠከረች ከዚያች ከተማ ብዙ ሳምራውያን በእሱ አመኑ።
ስለቲ እታ ሰበይቲ፡ “ዝገበርክዎ ዅሉ ነጊሩኒ” ኢላ ዝመስከረቶ ቓል ድማ፡ ካብታ ኸተማ እቲኣ ብዙሓት ሳምራውያን ብእኡ ኣመኑ።
59,841

59,842
am_tg
ሳምራውያኑም ወደ እሱ በመጡ ጊዜ አብሯቸው እንዲቆይ ለመኑት፤ እሱም በዚያ ሁለት ቀን ቆየ።
እቶም ሳምራውያን ከኣ ናብኡ መጺኦም፡ ምሳታቶም ኪቕኒ ለመንዎ፣ ንሱ ድማ ኣብኡ ኽልተ መዓልቲ ወዓለ።
59,843

59,844
am_tg
በመሆኑም ሌሎች ብዙ ሰዎች ከተናገረው ቃል የተነሳ አመኑ፤
ብዙሓት ተወሰኽቲ ኸኣ ስለቲ ዝበሎ ኣመኑ።
59,845
tg_am
ብዙሓት ተወሰኽቲ ኸኣ ስለቲ ዝበሎ ኣመኑ።
በመሆኑም ሌሎች ብዙ ሰዎች ከተናገረው ቃል የተነሳ አመኑ፤
59,846
am_tg
ሴትየዋንም “ከእንግዲህ የምናምነው አንቺ ስለነገርሽን ብቻ አይደለም፤ ምክንያቱም እኛ ራሳችን ሰምተናል፤ እንዲሁም ይህ ሰው በእርግጥ የዓለም አዳኝ እንደሆነ አውቀናል” አሏት።
ነታ ሰበይቲ እውን፡ “ደጊምሲ ባዕላትና ደኣ ንሱ ብሓቂ መድሓን ዓለም ምዃኑ ሰሚዕናን ፈሊጥናን እምበር፡ ብዘረባኺ ጥራይ ኣይኰንናን እንኣምን ዘለና” በልዋ።
59,847

59,848
am_tg
ከሁለት ቀናት በኋላ ከዚያ ተነስቶ ወደ ገሊላ ሄደ።
ድሕሪ እተን ክልተ መዓልቲ፡ ካብኡ ወጺኡ ናብ ገሊላ ኸደ።
59,849
tg_am
ድሕሪ እተን ክልተ መዓልቲ፡ ካብኡ ወጺኡ ናብ ገሊላ ኸደ።
ከሁለት ቀናት በኋላ ከዚያ ተነስቶ ወደ ገሊላ ሄደ።
59,850
am_tg
ይሁንና ኢየሱስ ራሱ፣ ነቢይ በገዛ አገሩ እንደማይከበር ተናግሮ ነበር።
የሱስ ባዕሉ ግና፡ ነብዪ ኣብ ዓዱ ኸም ዘይከብር መስከረ።
59,851

59,852
am_tg
ገሊላ በደረሰ ጊዜም የገሊላ ሰዎች በጥሩ ሁኔታ ተቀበሉት፤ ምክንያቱም በኢየሩሳሌም በበዓሉ ላይ ተገኝተው በዚያ ያከናወናቸውን ነገሮች ሁሉ አይተው ነበር።
ናብ ገሊላ ምስ መጸ ድማ፡ እቶም ገሊላውያን ነቲ ኣብ የሩሳሌም ብበዓል ዝገበሮ ስለ ዝረኣዩ፡ ተቐበልዎ፣ ምኽንያቱ፡ ንሳቶም እውን ናብ በዓል ከይዶም ነበሩ።
59,853

59,854
am_tg
ከዚያም ውኃውን ወደ ወይን ጠጅ ወደለወጠባት በገሊላ ወደምትገኘው ወደ ቃና በድጋሚ መጣ። በዚህ ጊዜ በቅፍርናሆም፣ ልጁ የታመመበት የቤተ መንግሥት ባለሥልጣን የሆነ አንድ ሰው ነበር።
ንሱ ድማ ከም ብሓድሽ ናብታ ንማይ ናብ ወይኒ ዝለወጠላ ቃና ናይ ገሊላ መጸ። ኣብ ቅፍርናሆም ከኣ፡ ወዱ ዝሓመሞ ሓደ ኣገልጋል ንጉስ ነበረ።
59,855

59,856
am_tg
ይህ ሰው ኢየሱስ ከይሁዳ ወደ ገሊላ መምጣቱን ሲሰማ ወደ እሱ ሄደና ወደ ቅፍርናሆም ወርዶ በሞት አፋፍ ላይ ያለውን ልጁን እንዲፈውስለት ለመነው።
ንሱ፡ የሱስ ካብ ይሁዳ ናብ ገሊላ ኸም ዝመጸ ምስ ሰምዐ፡ ናብኡ ኸደ፣ ወዱ ኺመውት ቀሪቡ ነበረ እሞ፡ ወሪዱ ኼሕውየሉ ለመኖ።
59,857

59,858
am_tg
ኢየሱስ ግን “መቼም እናንተ ተአምራዊ ምልክቶችና ድንቅ ነገሮች ካላያችሁ ፈጽሞ አታምኑም” አለው።
የሱስ ድማ፡ “ትእምርትን ተኣምራትን እንተ ዘይርኢኹም፡ ከቶ ኣይትኣምኑን ኢኹም” በሎ።
59,859

59,860
am_tg
የቤተ መንግሥት ባለሥልጣኑም “ጌታዬ፣ ልጄ ከመሞቱ በፊት እባክህ በቶሎ ድረስ” አለው።
እቲ ኣገልጋል ንጉስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ወሉደይ ከይሞተ ውረድ” በሎ።
59,861

59,862
am_tg
ኢየሱስም “ሂድ፤ ልጅህ ድኗል” አለው። ሰውየውም ኢየሱስ የተናገረውን ቃል አምኖ ሄደ።
የሱስ ድማ፡ “ኪድ፡ ወድኻ ሓውዩ” በሎ። እቲ ሰብኣይ ከኣ፡ በቲ የሱስ እተዛረቦ ቓል ኣሚኑ ኸደ።
59,863

59,864
am_tg
ሆኖም ሰውየው ወደዚያ እየወረደ ሳለ ባሪያዎቹ አገኙትና ልጁ በሕይወት እንዳለ ነገሩት።
ኪወርድ ከሎ ግና፡ ባሮቱ ረኺቦም፡ ወዱ ኸም ዝሓወየ ነገርዎ።
59,865

59,866
am_tg
እሱም ልጁ ስንት ሰዓት ላይ እንደተሻለው ጠየቃቸው። እነሱም “ትናንት ሰባት ሰዓት ላይ ትኩሳቱ ለቀቀው” ብለው መለሱለት።
ንሱ ኸኣ እታ ዝጠዓየላ ሰዓት ሓተቶም። ንሳቶም ድማ፡ “ትማሊ ኣብ ሻውዐይቲ ሰዓት ረስኒ ሓዲግዎ” ኢሎም መለሱሉ።
59,867

59,868
am_tg
በዚህ ጊዜ አባትየው ልጁ የዳነው ልክ ኢየሱስ “ልጅህ ድኗል” ባለው ሰዓት ላይ መሆኑን አወቀ። እሱና መላው ቤተሰቡም አማኞች ሆኑ።
ሽዑ፡ እቲ ኣቦ፡ እታ የሱስ፡ “ወድኻ ሓውዩ” ዝበሎ ሰዓት ምዃና ፈለጠ። ንሱን ብምሉኦም ቤተ ሰቡን ከኣ ኣመኑ።
59,869

59,870
am_tg
ይህም ደግሞ ኢየሱስ ከይሁዳ ወደ ገሊላ ሲመጣ ያከናወነው ሁለተኛው ተአምራዊ ምልክት ነው።
እዚ ድማ፡ የሱስ ካብ ይሁዳ ናብ ገሊላ ምስ መጸ ዝገበሮ ኻልኣይ ትእምርቲ እዩ።
59,871

59,872
am_tg
በሳምንቱ የመጀመሪያ ቀን መግደላዊቷ ማርያም በማለዳ፣ ገና ጨለማ ሳለ ወደ መቃብሩ መጣች፤ መቃብሩ የተዘጋበትም ድንጋይ ተንከባሎ አየች።
ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ሰሙን፡ ገና ጸልማት ከሎ፡ ማርያም መግደላዊት ኣንጊሃ ናብቲ መቓብር መጸት፣ እቲ እምኒ ኻብቲ መቓብር ተኣልዩ ኸኣ ረኣየት።
59,873

59,874
am_tg
ስለዚህ ወደ ስምዖን ጴጥሮስና ኢየሱስ ይወደው ወደነበረው ወደ ሌላው ደቀ መዝሙር እየሮጠች መጥታ “ጌታን ከመቃብሩ ውስጥ ወስደውታል፤ የት እንዳኖሩትም አናውቅም” አለቻቸው።
ስለዚ፡ ጐይያ ናብ ስምኦን ጴጥሮስን ናብቲ የሱስ ዚፈትዎ ኻልእ ወደ መዝሙርን መጺኣ፡ “ንጐይታና ኻብቲ መቓብር ወሲዶምዎ፡ ኣበይ ከም ዘንበርዎ ድማ ኣይንፈልጥን ኢና” በለቶም።
59,875

59,876
am_tg
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስና ሌላው ደቀ መዝሙር ወደ መቃብሩ አመሩ።
ሽዑ፡ ጴጥሮስን እቲ ኻልእ ወደ መዝሙርን ናብቲ መቓብር ከዱ።
59,877
tg_am
ሽዑ፡ ጴጥሮስን እቲ ኻልእ ወደ መዝሙርን ናብቲ መቓብር ከዱ።
በዚህ ጊዜ ጴጥሮስና ሌላው ደቀ መዝሙር ወደ መቃብሩ አመሩ።
59,878
am_tg
ሁለቱም አብረው ይሮጡ ጀመር፤ ሆኖም ሌላው ደቀ መዝሙር ጴጥሮስን ቀድሞ በመሮጥ መቃብሩ ጋ ደረሰ።
ክልቲኦም ብሓንሳእ ጐየዩ፣ እቲ ኻልእ ወደ መዝሙር ግና ብፍጥነት ጐይዩ ንጴጥሮስ ቀደሞ፡ ኣብቲ መቓብር እውን ቅድም በጽሐ።
59,879

59,880
am_tg
ጎንበስ ብሎ ወደ ውስጥ ሲመለከት የበፍታ ጨርቆቹ እዚያ ተቀምጠው አየ፤ ወደ ውስጥ ግን አልገባም።
ድንን ምስ በለ ኸኣ፡ እቲ በፍታ ተነቢሩ ረኣየ፣ ግናኸ፡ ኣይኣተወን።
59,881

59,882
am_tg
ከዚያም ስምዖን ጴጥሮስ ተከትሎት መጥቶ መቃብሩ ውስጥ ገባ። የበፍታ ጨርቆቹም በዚያ ተቀምጠው አየ።
ሽዑ፡ ስምኦን ጴጥሮስ ደድሕሪኡ መጺኡ፡ ናብቲ መቓብር ኣተወ። ነቲ በፍታ ኸኣ ተነቢሩ ረኣዮ።
59,883

59,884
am_tg
በራሱ ላይ የነበረው ጨርቅ፣ ከመግነዝ ጨርቆቹ ጋር ሳይሆን ለብቻው ተጠቅልሎ አንድ ቦታ ላይ ተቀምጦ አየ።
እቲ ኣብ ርእሱ ዝነበረ ጨርቂ ኸኣ፡ ንበይኑ ተጠቕሊሉ ነበረ እምበር፡ ምስቲ ኻልእ መግነዝ ኣይነበረን።
59,885

59,886
am_tg
ከዚያም ቀድሞ ወደ መቃብሩ ደርሶ የነበረው ሌላው ደቀ መዝሙርም ወደ ውስጥ ገባ፤ እሱም አይቶ አመነ።
ሽዑ፡ እቲ ቕድም ናብቲ መቓብር ዝበጽሐ ኻልእ ወደ መዝሙር እውን ኣተወ፣ ርእዩ ድማ ኣመነ።
59,887

59,888
am_tg
ከሞት መነሳት እንዳለበት የሚናገረውን የቅዱስ መጽሐፉን ቃል ገና አልተረዱም ነበር።
ከመይሲ፡ ነቲ ኻብ ምዉታት ኪትንስእ ከም ዚግብኦ ዚሕብር ቅዱስ ጽሑፍ ገና ኣይተረድእዎን ነበሩ።
59,889

59,890
am_tg
ከዚያም ደቀ መዛሙርቱ ወደየቤታቸው ተመልሰው ሄዱ።
ስለዚ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ነናብ ቤቶም ተመልሱ።
59,891
tg_am
ስለዚ፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ነናብ ቤቶም ተመልሱ።
ከዚያም ደቀ መዛሙርቱ ወደየቤታቸው ተመልሰው ሄዱ።
59,892
am_tg
ይሁን እንጂ ማርያም እዚያው መቃብሩ አጠገብ ቆማ ታለቅስ ነበር። እያለቀሰችም ወደ መቃብሩ ውስጥ ለማየት ጎንበስ አለች፤
ማርያም ግና ኣብ ጥቓ እቲ መቓብር ደው ኢላ ትበኪ ነበረት። እናበኸየት ከኣ ክትርኢ ናብቲ መቓብር ድንን በለት፣
59,893

59,894
am_tg
ነጭ ልብስ የለበሱ ሁለት መላእክትም የኢየሱስ አስከሬን አርፎበት በነበረው ቦታ አንዱ በራስጌው ሌላው በግርጌው ተቀምጠው አየች።
ጻዕዳ እተኸድኑ ኽልተ መላእኽቲ ኣብቲ ሬሳ የሱስ ዝነበሮ ቦታ፡ ሓደ ብትርኣስ፡ ሓደ ኸኣ ብትርጋጽ ተቐሚጦም ረኣየት።
59,895

59,896
am_tg
እነሱም “አንቺ ሴት፣ ለምን ታለቅሻለሽ?” አሏት። እሷም “ጌታዬን ወስደውታል፤ የት እንዳደረጉትም አላውቅም” አለቻቸው።
ንሳቶም ከኣ፡ “ኣቲ ሰበይቲ፡ ስለምንታይ ትበኽዪ ኣለኺ፧” በልዋ። ንሳ ድማ፡ “ንጐይታይ ወሲዶምዎ፣ ኣበይ ከም ዘንበርዎ ኸኣ ኣይፈልጥን እየ” በለቶም።
59,897

59,898
am_tg
ይህን ካለች በኋላ ዞር ስትል ኢየሱስን በዚያ ቆሞ አየችው፤ ነገር ግን ኢየሱስ መሆኑን አላወቀችም።
እዚ ምስ በለት፡ ንድሕሪኣ ግልጽ በለት እሞ፡ ንየሱስ ደው ኢሉ ረኣየቶ፣ የሱስ ምዃኑ ግና ኣየለለየቶን።
59,899