Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
60,000 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሕዝቡ “ክርስቶስ ለዘላለም እንደሚኖር ከሕጉ ሰምተናል። ታዲያ አንተ የሰው ልጅ ከፍ ማለት አለበት እንዴት ትላለህ? ይህ የሰው ልጅ ማን ነው?” ብለው መለሱለት። | ሽዑ፡ እቶም ህዝቢ፡ “ንሕናስ ክርስቶስ ንዘለኣለም ከም ዚነብር ደኣ ኻብ ሕጊ ሰሚዕና ኔርና። ከመይ ኢልካ ደኣ ኢኻ፡ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግብኦ እትብል ዘለኻ፧ እዚ ወዲ ሰብ እዚኸ መን እዩ፧” ኢሎም መለሱሉ። |
60,001 | tg_am | ሽዑ፡ እቶም ህዝቢ፡ “ንሕናስ ክርስቶስ ንዘለኣለም ከም ዚነብር ደኣ ኻብ ሕጊ ሰሚዕና ኔርና። ከመይ ኢልካ ደኣ ኢኻ፡ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግብኦ እትብል ዘለኻ፧ እዚ ወዲ ሰብ እዚኸ መን እዩ፧” ኢሎም መለሱሉ። | በዚህ ጊዜ ሕዝቡ “ክርስቶስ ለዘላለም እንደሚኖር ከሕጉ ሰምተናል። ታዲያ አንተ የሰው ልጅ ከፍ ማለት አለበት እንዴት ትላለህ? ይህ የሰው ልጅ ማን ነው?” ብለው መለሱለት። |
60,002 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “ብርሃኑ ለጥቂት ጊዜ ከእናንተ ጋር ይቆያል። ጨለማ እንዳይውጣችሁ ብርሃኑ እያለላችሁ በብርሃን ሂዱ፤ በጨለማ የሚሄድ ሁሉ ወዴት እንደሚሄድ አያውቅም። | የሱስ ከኣ፡ “ንቝሩብ ግዜ ብርሃን ኣብ መንጎኹም ኪጸንሕ እዩ። ጸልማት ከይውሕጠኩምሲ፡ ብርሃን ከሎኩም ተመላለሱ፣ እቲ ብጸልማት ዚመላለስ፡ ናበይ ከም ዚኸይድ ኣይፈልጥን እዩ። |
60,003 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ንቝሩብ ግዜ ብርሃን ኣብ መንጎኹም ኪጸንሕ እዩ። ጸልማት ከይውሕጠኩምሲ፡ ብርሃን ከሎኩም ተመላለሱ፣ እቲ ብጸልማት ዚመላለስ፡ ናበይ ከም ዚኸይድ ኣይፈልጥን እዩ። | ኢየሱስም እንዲህ አላቸው፦ “ብርሃኑ ለጥቂት ጊዜ ከእናንተ ጋር ይቆያል። ጨለማ እንዳይውጣችሁ ብርሃኑ እያለላችሁ በብርሃን ሂዱ፤ በጨለማ የሚሄድ ሁሉ ወዴት እንደሚሄድ አያውቅም። |
60,004 | am_tg | የብርሃን ልጆች እንድትሆኑ ብርሃኑ እያለላችሁ በብርሃኑ እመኑ።” ኢየሱስ ይህን ተናግሮ እንደጨረሰ ሄደ፤ ከእነሱም ተሰወረ። | ደቂ ብርሃን ምእንቲ ኽትኰኑስ፡ ብርሃን ከሎኩም፡ ብብርሃን እመኑ” በሎም። የሱስ እዚ ተዛሪቡ ኻባታቶም ከይዱ ተሓብአ። |
60,005 | tg_am | ደቂ ብርሃን ምእንቲ ኽትኰኑስ፡ ብርሃን ከሎኩም፡ ብብርሃን እመኑ” በሎም። የሱስ እዚ ተዛሪቡ ኻባታቶም ከይዱ ተሓብአ። | የብርሃን ልጆች እንድትሆኑ ብርሃኑ እያለላችሁ በብርሃኑ እመኑ።” ኢየሱስ ይህን ተናግሮ እንደጨረሰ ሄደ፤ ከእነሱም ተሰወረ። |
60,006 | am_tg | በፊታቸው ብዙ ተአምራዊ ምልክቶች ቢፈጽምም በእሱ አላመኑም፤ | ኣብ ቅድሚኦም ክንድዚ ዚኣክል ትእምርትታት ገይሩ ኽነሱ፡ ብእኡ ኣይኣምኑን ነበሩ፣ |
60,007 | tg_am | ኣብ ቅድሚኦም ክንድዚ ዚኣክል ትእምርትታት ገይሩ ኽነሱ፡ ብእኡ ኣይኣምኑን ነበሩ፣ | በፊታቸው ብዙ ተአምራዊ ምልክቶች ቢፈጽምም በእሱ አላመኑም፤ |
60,008 | am_tg | ይህም ነቢዩ ኢሳይያስ እንዲህ ሲል የተናገረው ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው፦ “ይሖዋ ሆይ፣ ከእኛ የሰማውን ነገር ያመነ ማን ነው? የይሖዋስ ክንድ ለማን ተገለጠ?” | እዚ ዝዀነ ኸኣ እቲ ነብዪ ኢሳይያስ፡ “የሆዋ፡ በቲ ኻባና እተሰምዐ መን ኣሚኑ፧ ቅልጽም የሆዋኸ ንመን ተገሊጹ፧” ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። |
60,009 | tg_am | እዚ ዝዀነ ኸኣ እቲ ነብዪ ኢሳይያስ፡ “የሆዋ፡ በቲ ኻባና እተሰምዐ መን ኣሚኑ፧ ቅልጽም የሆዋኸ ንመን ተገሊጹ፧” ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። | ይህም ነቢዩ ኢሳይያስ እንዲህ ሲል የተናገረው ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው፦ “ይሖዋ ሆይ፣ ከእኛ የሰማውን ነገር ያመነ ማን ነው? የይሖዋስ ክንድ ለማን ተገለጠ?” |
60,010 | am_tg | ደግሞም ኢሳይያስ ሊያምኑ ያልቻሉበትን ምክንያት እንዲህ በማለት ተናግሯል፦ | ኪኣምኑ ዘይከኣሉሉ ምኽንያት ከኣ፡ ከምቲ ኢሳይያስ ከም ብሓድሽ፡ |
60,011 | tg_am | ኪኣምኑ ዘይከኣሉሉ ምኽንያት ከኣ፡ ከምቲ ኢሳይያስ ከም ብሓድሽ፡ | ደግሞም ኢሳይያስ ሊያምኑ ያልቻሉበትን ምክንያት እንዲህ በማለት ተናግሯል፦ |
60,012 | am_tg | “በዓይናቸው አይተውና በልባቸው አስተውለው እንዳይመለሱና እንዳይፈውሳቸው ዓይናቸውን አሳውሯል፤ ልባቸውንም አደንድኗል።” | “ብኣዒንቶም ከይርእዩን ብልቦም ከይርድኡን ከይምለሱን እሞ ኣነ ኸየሕውዮምሲ፡ ኣዒንቶም ኣዕዊሩ፡ ልቦም እውን ኣትሪሩ” ዝበሎ እዩ። |
60,013 | tg_am | “ብኣዒንቶም ከይርእዩን ብልቦም ከይርድኡን ከይምለሱን እሞ ኣነ ኸየሕውዮምሲ፡ ኣዒንቶም ኣዕዊሩ፡ ልቦም እውን ኣትሪሩ” ዝበሎ እዩ። | “በዓይናቸው አይተውና በልባቸው አስተውለው እንዳይመለሱና እንዳይፈውሳቸው ዓይናቸውን አሳውሯል፤ ልባቸውንም አደንድኗል።” |
60,014 | am_tg | ኢሳይያስ ይህን የተናገረው የክርስቶስን ክብር ስላየ ነው፤ ስለ እሱም ተናገረ። | ኢሳይያስ ክብሩ ስለ ዝረኣየ እዩ እዚ ዝበለ፡ ብዛዕባኡ እውን ተዛረበ። |
60,015 | tg_am | ኢሳይያስ ክብሩ ስለ ዝረኣየ እዩ እዚ ዝበለ፡ ብዛዕባኡ እውን ተዛረበ። | ኢሳይያስ ይህን የተናገረው የክርስቶስን ክብር ስላየ ነው፤ ስለ እሱም ተናገረ። |
60,016 | am_tg | ያም ሆኖ ከገዢዎችም እንኳ ሳይቀር ብዙዎች በእሱ አመኑ፤ ይሁንና ፈሪሳውያን ከምኩራብ እንዳያባርሯቸው ስለፈሩ በእሱ ማመናቸውን በግልጽ አይናገሩም ነበር፤ | ዝዀነ ዀይኑ፡ ብዙሓት ካብ ኣሕሉቕ እኳ ብእኡ ኣመኑ፣ ግናኸ፡ ካብ ምኵራብ ምእንቲ ኸይስጐጉ፡ ብሰንኪ ፈሪሳውያን ኣይተኣመኑሉን፣ |
60,017 | tg_am | ዝዀነ ዀይኑ፡ ብዙሓት ካብ ኣሕሉቕ እኳ ብእኡ ኣመኑ፣ ግናኸ፡ ካብ ምኵራብ ምእንቲ ኸይስጐጉ፡ ብሰንኪ ፈሪሳውያን ኣይተኣመኑሉን፣ | ያም ሆኖ ከገዢዎችም እንኳ ሳይቀር ብዙዎች በእሱ አመኑ፤ ይሁንና ፈሪሳውያን ከምኩራብ እንዳያባርሯቸው ስለፈሩ በእሱ ማመናቸውን በግልጽ አይናገሩም ነበር፤ |
60,018 | am_tg | ይህም የሆነው ከሰው የሚገኘውን ክብር ከአምላክ ከሚገኘው ክብር አስበልጠው ስለወደዱ ነው። | ከመይሲ፡ ካብ ናይ ኣምላኽ ክብርስ ናይ ሰብ ክብሪ ብዝያዳ ፈተዉ። |
60,019 | tg_am | ከመይሲ፡ ካብ ናይ ኣምላኽ ክብርስ ናይ ሰብ ክብሪ ብዝያዳ ፈተዉ። | ይህም የሆነው ከሰው የሚገኘውን ክብር ከአምላክ ከሚገኘው ክብር አስበልጠው ስለወደዱ ነው። |
60,020 | am_tg | ይሁን እንጂ ኢየሱስ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ አለ፦ “በእኔ የሚያምን ሁሉ በእኔ ብቻ ሳይሆን በላከኝም ጭምር ያምናል፤ | የሱስ ግና ጨደረ፡ ከምዚ እውን በለ፦ “እቲ ብኣይ ዚኣምን፡ በቲ ዝለኣኸኒ እውን እምበር፡ ብኣይ ጥራይ ኣይኰነን ዚኣምን፣ |
60,021 | tg_am | የሱስ ግና ጨደረ፡ ከምዚ እውን በለ፦ “እቲ ብኣይ ዚኣምን፡ በቲ ዝለኣኸኒ እውን እምበር፡ ብኣይ ጥራይ ኣይኰነን ዚኣምን፣ | ይሁን እንጂ ኢየሱስ ድምፁን ከፍ አድርጎ እንዲህ አለ፦ “በእኔ የሚያምን ሁሉ በእኔ ብቻ ሳይሆን በላከኝም ጭምር ያምናል፤ |
60,022 | am_tg | እኔን የሚያይ ሁሉ የላከኝንም ያያል። | እቲ ንዓይ ዚርኢ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይርእዮ። |
60,023 | tg_am | እቲ ንዓይ ዚርኢ ኸኣ፡ ነቲ ዝለኣኸኒ እውን ይርእዮ። | እኔን የሚያይ ሁሉ የላከኝንም ያያል። |
60,024 | am_tg | በእኔ የሚያምን ሁሉ በጨለማ እንዳይኖር ብርሃን ሆኜ ወደ ዓለም መጥቻለሁ። | ብኣይ ዚኣምን ኵሉ፡ ኣብ ጸልማት ምእንቲ ኸይነብር፡ ኣነ ብርሃን ኰይነ ናብ ዓለም መጺአ ኣለኹ። |
60,025 | tg_am | ብኣይ ዚኣምን ኵሉ፡ ኣብ ጸልማት ምእንቲ ኸይነብር፡ ኣነ ብርሃን ኰይነ ናብ ዓለም መጺአ ኣለኹ። | በእኔ የሚያምን ሁሉ በጨለማ እንዳይኖር ብርሃን ሆኜ ወደ ዓለም መጥቻለሁ። |
60,026 | am_tg | ይሁንና ማንም ቃሌን ሰምቶ የማይጠብቅ ከሆነ የምፈርድበት እኔ አይደለሁም፤ እኔ የመጣሁት ዓለምን ለማዳን እንጂ በዓለም ላይ ለመፍረድ አይደለምና። | ኣነ ንዓለም ከድሕን ደኣ እምበር፡ ንዓለም ክፈርድ ኣይመጻእኩን እሞ፡ ንቓለይ ሰሚዑ ዘይሕልዎ ዘበለ፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝፈርዶ። |
60,027 | tg_am | ኣነ ንዓለም ከድሕን ደኣ እምበር፡ ንዓለም ክፈርድ ኣይመጻእኩን እሞ፡ ንቓለይ ሰሚዑ ዘይሕልዎ ዘበለ፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝፈርዶ። | ይሁንና ማንም ቃሌን ሰምቶ የማይጠብቅ ከሆነ የምፈርድበት እኔ አይደለሁም፤ እኔ የመጣሁት ዓለምን ለማዳን እንጂ በዓለም ላይ ለመፍረድ አይደለምና። |
60,028 | am_tg | እኔን የሚንቀውንና ቃሌን የማይቀበለውን ሁሉ የሚፈርድበት አለ። በመጨረሻው ቀን የሚፈርድበት የተናገርኩት ቃል ነው። | እቲ ዚንዕቀንን ንቓለይ ዘይቅበልን ዚፈርዶ ኣለዎ። እቲ እተዛረብክዎ ቓል እዩ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ዚፈርዶ። |
60,029 | tg_am | እቲ ዚንዕቀንን ንቓለይ ዘይቅበልን ዚፈርዶ ኣለዎ። እቲ እተዛረብክዎ ቓል እዩ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ዚፈርዶ። | እኔን የሚንቀውንና ቃሌን የማይቀበለውን ሁሉ የሚፈርድበት አለ። በመጨረሻው ቀን የሚፈርድበት የተናገርኩት ቃል ነው። |
60,030 | am_tg | እኔ የተናገርኩት በራሴ ተነሳስቼ አይደለምና፤ ከዚህ ይልቅ ምን እንደምልና ምን እንደምናገር ያዘዘኝ የላከኝ አብ ራሱ ነው። | ከመይሲ፡ እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦ ባዕሉ ደኣ እንታይ ከም ዝብልን እንታይ ከም ዝዛረብን ሂቡኒ እምበር፡ ካብ ርእሰይ ኣይዛረብን እየ። |
60,031 | tg_am | ከመይሲ፡ እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦ ባዕሉ ደኣ እንታይ ከም ዝብልን እንታይ ከም ዝዛረብን ሂቡኒ እምበር፡ ካብ ርእሰይ ኣይዛረብን እየ። | እኔ የተናገርኩት በራሴ ተነሳስቼ አይደለምና፤ ከዚህ ይልቅ ምን እንደምልና ምን እንደምናገር ያዘዘኝ የላከኝ አብ ራሱ ነው። |
60,032 | am_tg | ደግሞም የእሱ ትእዛዝ የዘላለም ሕይወት እንደሚያስገኝ አውቃለሁ። ስለዚህ ምንጊዜም የምናገረው ልክ አባቴ በነገረኝ መሠረት ነው።” | ትእዛዙ ናይ ዘለኣለም ህይወት ማለት ምዃና እውን እፈልጥ እየ። ስለዚ፡ እቲ ኣነ ዝዛረቦ፡ ከምቲ ኣቦ ዝነገረኒ ኸምኡ እየ ዝዛረብ።” |
60,033 | tg_am | ትእዛዙ ናይ ዘለኣለም ህይወት ማለት ምዃና እውን እፈልጥ እየ። ስለዚ፡ እቲ ኣነ ዝዛረቦ፡ ከምቲ ኣቦ ዝነገረኒ ኸምኡ እየ ዝዛረብ።” | ደግሞም የእሱ ትእዛዝ የዘላለም ሕይወት እንደሚያስገኝ አውቃለሁ። ስለዚህ ምንጊዜም የምናገረው ልክ አባቴ በነገረኝ መሠረት ነው።” |
60,034 | am_tg | ኢየሱስ ስለ እነዚህ ነገሮች ከጸለየ በኋላ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር የቄድሮንን ሸለቆ ተሻግሮ ወደ አንድ የአትክልት ስፍራ ሄደ፤ እሱና ደቀ መዛሙርቱም ወደ አትክልት ስፍራው ገቡ። | የሱስ እዚ ምስ በለ፡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብታ ስፍራ ኣታኽልቲ ዘለዋ ኣብ ስግር ስንጭሮ ቄድሮን እትርከብ ቦታ ኸደ፣ ምስቶም ደቀ መዛሙርቱ እውን ናብኣ ኣተወ። |
60,035 | tg_am | የሱስ እዚ ምስ በለ፡ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ናብታ ስፍራ ኣታኽልቲ ዘለዋ ኣብ ስግር ስንጭሮ ቄድሮን እትርከብ ቦታ ኸደ፣ ምስቶም ደቀ መዛሙርቱ እውን ናብኣ ኣተወ። | ኢየሱስ ስለ እነዚህ ነገሮች ከጸለየ በኋላ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር የቄድሮንን ሸለቆ ተሻግሮ ወደ አንድ የአትክልት ስፍራ ሄደ፤ እሱና ደቀ መዛሙርቱም ወደ አትክልት ስፍራው ገቡ። |
60,036 | am_tg | ኢየሱስ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ብዙ ጊዜ በዚህ ስፍራ ይገናኝ ስለነበር አሳልፎ የሚሰጠው ይሁዳም ቦታውን ያውቅ ነበር። | የሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ብዙሕ ሳዕ ኣብኣ ይራኸብ ስለ ዝነበረ፡ እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ይሁዳ እውን ነታ ቦታ እቲኣ ይፈልጣ ነበረ። |
60,037 | tg_am | የሱስ ምስ ደቀ መዛሙርቱ ብዙሕ ሳዕ ኣብኣ ይራኸብ ስለ ዝነበረ፡ እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ይሁዳ እውን ነታ ቦታ እቲኣ ይፈልጣ ነበረ። | ኢየሱስ ከደቀ መዛሙርቱ ጋር ብዙ ጊዜ በዚህ ስፍራ ይገናኝ ስለነበር አሳልፎ የሚሰጠው ይሁዳም ቦታውን ያውቅ ነበር። |
60,038 | am_tg | ስለዚህ ይሁዳ አንድ የወታደሮች ቡድን እንዲሁም ከካህናት አለቆችና ከፈሪሳውያን የተላኩ የቤተ መቅደስ ጠባቂዎች አስከትሎ መጣ፤ እነሱም ችቦና መብራት እንዲሁም መሣሪያ ይዘው ነበር። | ስለዚ፡ ይሁዳ፡ ፋናታትን መብራህትታትን ኣጽዋርን ዝሓዙ ጭፍራ ወተሃደራትን ገላዉ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን መሪሑ መጸ። |
60,039 | tg_am | ስለዚ፡ ይሁዳ፡ ፋናታትን መብራህትታትን ኣጽዋርን ዝሓዙ ጭፍራ ወተሃደራትን ገላዉ ሊቃውንቲ ኻህናትን ፈሪሳውያንን መሪሑ መጸ። | ስለዚህ ይሁዳ አንድ የወታደሮች ቡድን እንዲሁም ከካህናት አለቆችና ከፈሪሳውያን የተላኩ የቤተ መቅደስ ጠባቂዎች አስከትሎ መጣ፤ እነሱም ችቦና መብራት እንዲሁም መሣሪያ ይዘው ነበር። |
60,040 | am_tg | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ የሚደርስበትን ነገር ሁሉ ስላወቀ ወደ ፊት ራመድ ብሎ “ማንን ነው የምትፈልጉት?” አላቸው። | ሽዑ፡ የሱስ ንዅሉ እቲ ዚመጾ ፈሊጡ፡ ንቕድሚት ሰጒሙ፡ “ንመን ትደልዩ ኣለኹም፧” በሎም። |
60,041 | tg_am | ሽዑ፡ የሱስ ንዅሉ እቲ ዚመጾ ፈሊጡ፡ ንቕድሚት ሰጒሙ፡ “ንመን ትደልዩ ኣለኹም፧” በሎም። | በዚህ ጊዜ ኢየሱስ የሚደርስበትን ነገር ሁሉ ስላወቀ ወደ ፊት ራመድ ብሎ “ማንን ነው የምትፈልጉት?” አላቸው። |
60,042 | am_tg | እነሱም “የናዝሬቱን ኢየሱስ” ሲሉ መለሱለት። እሱም “እኔ ነኝ” አላቸው። አሳልፎ የሚሰጠው ይሁዳም ከእነሱ ጋር ቆሞ ነበር። | ንሳቶም ከኣ፡ “ንየሱስ እቲ ናዝሬታዊ” ኢሎም መለሱሉ። ንሱ ድማ፡ “ኣነ እየ” በሎም። እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ይሁዳ ኸኣ፡ ምሳታቶም ደው ኢሉ ነበረ። |
60,043 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “ንየሱስ እቲ ናዝሬታዊ” ኢሎም መለሱሉ። ንሱ ድማ፡ “ኣነ እየ” በሎም። እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ ይሁዳ ኸኣ፡ ምሳታቶም ደው ኢሉ ነበረ። | እነሱም “የናዝሬቱን ኢየሱስ” ሲሉ መለሱለት። እሱም “እኔ ነኝ” አላቸው። አሳልፎ የሚሰጠው ይሁዳም ከእነሱ ጋር ቆሞ ነበር። |
60,044 | am_tg | ይሁን እንጂ ኢየሱስ “እኔ ነኝ” ሲላቸው ወደ ኋላ አፈግፍገው መሬት ላይ ወደቁ። | ግናኸ፡ የሱስ፡ “ኣነ እየ” ምስ በሎም፡ ኣድሓርሓሩ፡ ናብ ምድሪ እውን ወደቑ። |
60,045 | tg_am | ግናኸ፡ የሱስ፡ “ኣነ እየ” ምስ በሎም፡ ኣድሓርሓሩ፡ ናብ ምድሪ እውን ወደቑ። | ይሁን እንጂ ኢየሱስ “እኔ ነኝ” ሲላቸው ወደ ኋላ አፈግፍገው መሬት ላይ ወደቁ። |
60,046 | am_tg | ዳግመኛም “ማንን ነው የምትፈልጉት?” ሲል ጠየቃቸው። እነሱም “የናዝሬቱን ኢየሱስ” አሉት። | ስለዚ፡ ከም ብሓድሽ፡ “ንመን ትደልዩ ኣለኹም፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ከኣ፡ “ንየሱስ እቲ ናዝሬታዊ” በሉ። |
60,047 | tg_am | ስለዚ፡ ከም ብሓድሽ፡ “ንመን ትደልዩ ኣለኹም፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ከኣ፡ “ንየሱስ እቲ ናዝሬታዊ” በሉ። | ዳግመኛም “ማንን ነው የምትፈልጉት?” ሲል ጠየቃቸው። እነሱም “የናዝሬቱን ኢየሱስ” አሉት። |
60,048 | am_tg | ኢየሱስም መልሶ “እኔ ነኝ አልኳችሁ እኮ። የምትፈልጉት እኔን ከሆነ እነዚህን ተዉአቸው ይሂዱ” አለ። | የሱስ ድማ፡ “‘ኣነ እየ’ ኢለ እኮ ነጊረኩም እየ። ንዓይ ትደልዩ እንተ ኣሊኹምሲ፡ ነዚኣቶም ይኺዱ ሕደግዎም” ኢሉ መለሰሎም። |
60,049 | tg_am | የሱስ ድማ፡ “‘ኣነ እየ’ ኢለ እኮ ነጊረኩም እየ። ንዓይ ትደልዩ እንተ ኣሊኹምሲ፡ ነዚኣቶም ይኺዱ ሕደግዎም” ኢሉ መለሰሎም። | ኢየሱስም መልሶ “እኔ ነኝ አልኳችሁ እኮ። የምትፈልጉት እኔን ከሆነ እነዚህን ተዉአቸው ይሂዱ” አለ። |
60,050 | am_tg | ይህም የሆነው “ከሰጠኸኝ ከእነዚህ መካከል አንዱም እንኳ አልጠፋብኝም” ብሎ የተናገረው ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው። | እዚ ኸኣ እቲ፡ “ካብዞም ዝሃብካኒ ሓደ እኳ ኣየጥፋእኩን” ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። |
60,051 | tg_am | እዚ ኸኣ እቲ፡ “ካብዞም ዝሃብካኒ ሓደ እኳ ኣየጥፋእኩን” ዝበሎ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። | ይህም የሆነው “ከሰጠኸኝ ከእነዚህ መካከል አንዱም እንኳ አልጠፋብኝም” ብሎ የተናገረው ቃል ይፈጸም ዘንድ ነው። |
60,052 | am_tg | በዚህ ጊዜ ሰይፍ ይዞ የነበረው ስምዖን ጴጥሮስ ሰይፉን በመምዘዝ የሊቀ ካህናቱን ባሪያ መትቶ ቀኝ ጆሮውን ቆረጠው። የባሪያውም ስም ማልኮስ ነበር። | ሽዑ፡ እቲ ሰይፊ ዝነበሮ ስምኦን ጴጥሮስ፡ ሰይፉ መሊሑ፡ ንባርያ ሊቀ ኻህናት ወቒዑ የማነይቲ እዝኑ ቘረጾ። ስም እቲ ባርያ፡ ማልኮስ ነበረ። |
60,053 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ሰይፊ ዝነበሮ ስምኦን ጴጥሮስ፡ ሰይፉ መሊሑ፡ ንባርያ ሊቀ ኻህናት ወቒዑ የማነይቲ እዝኑ ቘረጾ። ስም እቲ ባርያ፡ ማልኮስ ነበረ። | በዚህ ጊዜ ሰይፍ ይዞ የነበረው ስምዖን ጴጥሮስ ሰይፉን በመምዘዝ የሊቀ ካህናቱን ባሪያ መትቶ ቀኝ ጆሮውን ቆረጠው። የባሪያውም ስም ማልኮስ ነበር። |
60,054 | am_tg | ይሁን እንጂ ኢየሱስ ጴጥሮስን “ሰይፉን ወደ ሰገባው መልስ። አብ የሰጠኝን ጽዋ መጠጣት አይኖርብኝም?” አለው። | የሱስ ግና ንጴጥሮስ፡ “ሰይፍኻ ናብ ሰገባኣ ምለሳ። ነታ ኣቦይ ዝሃበኒ ጽዋእሲ፡ ክሰትያዶ ኣይግብኣንን እዩ፧” በሎ። |
60,055 | tg_am | የሱስ ግና ንጴጥሮስ፡ “ሰይፍኻ ናብ ሰገባኣ ምለሳ። ነታ ኣቦይ ዝሃበኒ ጽዋእሲ፡ ክሰትያዶ ኣይግብኣንን እዩ፧” በሎ። | ይሁን እንጂ ኢየሱስ ጴጥሮስን “ሰይፉን ወደ ሰገባው መልስ። አብ የሰጠኝን ጽዋ መጠጣት አይኖርብኝም?” አለው። |
60,056 | am_tg | ከዚያም ወታደሮቹና የጦር አዛዡ እንዲሁም ከአይሁዳውያን የተላኩት የቤተ መቅደስ ጠባቂዎች ኢየሱስን ይዘው አሰሩት። | ሽዑ፡ እቶም ወተሃደራትን እቲ ሓለቓ ሽሕን እቶም ገላዉ ኣይሁድን ንየሱስ ሒዞም ኣሰርዎ። |
60,057 | tg_am | ሽዑ፡ እቶም ወተሃደራትን እቲ ሓለቓ ሽሕን እቶም ገላዉ ኣይሁድን ንየሱስ ሒዞም ኣሰርዎ። | ከዚያም ወታደሮቹና የጦር አዛዡ እንዲሁም ከአይሁዳውያን የተላኩት የቤተ መቅደስ ጠባቂዎች ኢየሱስን ይዘው አሰሩት። |
60,058 | am_tg | በመጀመሪያም ወደ ሐና ወሰዱት፤ ምክንያቱም ሐና በዚያ ዓመት ሊቀ ካህናት የነበረው የቀያፋ አማት ነበር። | ሃና ነቲ በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ቀያፋ ሓሙኡ ነበረ እሞ፡ ቅድም ናብኡ ወሰድዎ። |
60,059 | tg_am | ሃና ነቲ በታ ዓመት እቲኣ ሊቀ ኻህናት ዝነበረ ቀያፋ ሓሙኡ ነበረ እሞ፡ ቅድም ናብኡ ወሰድዎ። | በመጀመሪያም ወደ ሐና ወሰዱት፤ ምክንያቱም ሐና በዚያ ዓመት ሊቀ ካህናት የነበረው የቀያፋ አማት ነበር። |
60,060 | am_tg | ቀያፋ ደግሞ አንድ ሰው ስለ ሕዝቡ ቢሞት ለእነሱ የተሻለ እንደሚሆን ለአይሁዳውያን ምክር የሰጠው ሰው ነው። | ቀያፋ ኸኣ እቲ ንኣይሁድ፡ ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ህዝቢ እንተ ሞተ ኸም ዚጠቕሞም ዝመኸሮም እዩ። |
60,061 | tg_am | ቀያፋ ኸኣ እቲ ንኣይሁድ፡ ሓደ ሰብ ኣብ ክንዲ ህዝቢ እንተ ሞተ ኸም ዚጠቕሞም ዝመኸሮም እዩ። | ቀያፋ ደግሞ አንድ ሰው ስለ ሕዝቡ ቢሞት ለእነሱ የተሻለ እንደሚሆን ለአይሁዳውያን ምክር የሰጠው ሰው ነው። |
60,062 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስና አንድ ሌላ ደቀ መዝሙር ኢየሱስን እየተከተሉ ነበር። ይህን ደቀ መዝሙር ሊቀ ካህናቱ ያውቀው ስለነበር ከኢየሱስ ጋር ወደ ሊቀ ካህናቱ ግቢ ገባ፤ | ስምኦን ጴጥሮስን ካልእ ወደ መዝሙርን ድማ ንየሱስ ይስዕብዎ ነበሩ። እቲ ወደ መዝሙር ብሊቀ ኻህናት ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ ምስ የሱስ ናብ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ኣተወ፣ |
60,063 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስን ካልእ ወደ መዝሙርን ድማ ንየሱስ ይስዕብዎ ነበሩ። እቲ ወደ መዝሙር ብሊቀ ኻህናት ይፍለጥ ስለ ዝነበረ፡ ምስ የሱስ ናብ ኣጸድ ሊቀ ኻህናት ኣተወ፣ | ስምዖን ጴጥሮስና አንድ ሌላ ደቀ መዝሙር ኢየሱስን እየተከተሉ ነበር። ይህን ደቀ መዝሙር ሊቀ ካህናቱ ያውቀው ስለነበር ከኢየሱስ ጋር ወደ ሊቀ ካህናቱ ግቢ ገባ፤ |
60,064 | am_tg | ጴጥሮስ ግን ውጭ በር ላይ ቆሞ ነበር። ስለሆነም ሊቀ ካህናቱ የሚያውቀው ይህ ደቀ መዝሙር ወጥቶ በር ጠባቂዋን አነጋገራትና ጴጥሮስን አስገባው። | ጴጥሮስ ግና ኣብ ኣፍ ደገ ብወጻኢ ደው ኢሉ ነበረ። ስለዚ፡ እቲ ብሊቀ ኻህናት ዚፍለጥ ዝነበረ ኻልእ ወደ መዝሙር ወጺኡ፡ ነታ ሓላዊት ማዕጾ ነጊሩ፡ ንጴጥሮስ ኣእተዎ። |
60,065 | tg_am | ጴጥሮስ ግና ኣብ ኣፍ ደገ ብወጻኢ ደው ኢሉ ነበረ። ስለዚ፡ እቲ ብሊቀ ኻህናት ዚፍለጥ ዝነበረ ኻልእ ወደ መዝሙር ወጺኡ፡ ነታ ሓላዊት ማዕጾ ነጊሩ፡ ንጴጥሮስ ኣእተዎ። | ጴጥሮስ ግን ውጭ በር ላይ ቆሞ ነበር። ስለሆነም ሊቀ ካህናቱ የሚያውቀው ይህ ደቀ መዝሙር ወጥቶ በር ጠባቂዋን አነጋገራትና ጴጥሮስን አስገባው። |
60,066 | am_tg | በር ጠባቂ የነበረችውም አገልጋይ ጴጥሮስን “አንተም ከዚህ ሰው ደቀ መዛሙርት አንዱ ነህ አይደል?” አለችው። እሱም “አይደለሁም” አለ። | ሽዑ፡ እታ ገረድ፡ ማለት እታ ሓላዊት ማዕጾ፡ ንጴጥሮስ፡ “ንስኻ እውንዶ ኻብ ደቀ መዛሙርቲ እዚ ሰብኣይ እዚ ኢኻ፧” በለቶ። ንሱ ድማ፡ “ኣይኰንኩን” በለ። |
60,067 | tg_am | ሽዑ፡ እታ ገረድ፡ ማለት እታ ሓላዊት ማዕጾ፡ ንጴጥሮስ፡ “ንስኻ እውንዶ ኻብ ደቀ መዛሙርቲ እዚ ሰብኣይ እዚ ኢኻ፧” በለቶ። ንሱ ድማ፡ “ኣይኰንኩን” በለ። | በር ጠባቂ የነበረችውም አገልጋይ ጴጥሮስን “አንተም ከዚህ ሰው ደቀ መዛሙርት አንዱ ነህ አይደል?” አለችው። እሱም “አይደለሁም” አለ። |
60,068 | am_tg | ብርድ ስለነበር ባሪያዎቹና የቤተ መቅደሱ ጠባቂዎች ባቀጣጠሉት ከሰል ዙሪያ ቆመው እየሞቁ ነበር። ጴጥሮስም ከእነሱ ጋር ቆሞ እሳት ይሞቅ ነበር። | ቍሪ ስለ ዝነበረ፡ እቶም ባሮትን እቶም ገላዉን ሓዊ ኣጕሂሮም ደው ኢሎም ይስሕኑ ነበሩ። ጴጥሮስ እውን ምሳታቶም ደው ኢሉ ይስሕን ነበረ። |
60,069 | tg_am | ቍሪ ስለ ዝነበረ፡ እቶም ባሮትን እቶም ገላዉን ሓዊ ኣጕሂሮም ደው ኢሎም ይስሕኑ ነበሩ። ጴጥሮስ እውን ምሳታቶም ደው ኢሉ ይስሕን ነበረ። | ብርድ ስለነበር ባሪያዎቹና የቤተ መቅደሱ ጠባቂዎች ባቀጣጠሉት ከሰል ዙሪያ ቆመው እየሞቁ ነበር። ጴጥሮስም ከእነሱ ጋር ቆሞ እሳት ይሞቅ ነበር። |
60,070 | am_tg | በዚህ ጊዜ የካህናት አለቃው ኢየሱስን ስለ ደቀ መዛሙርቱና ስለ ትምህርቱ ጠየቀው። | ሽዑ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት ንየሱስ ብዛዕባ ደቀ መዛሙርቱን ብዛዕባ ትምህርቱን ሓተቶ። |
60,071 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ሊቀ ኻህናት ንየሱስ ብዛዕባ ደቀ መዛሙርቱን ብዛዕባ ትምህርቱን ሓተቶ። | በዚህ ጊዜ የካህናት አለቃው ኢየሱስን ስለ ደቀ መዛሙርቱና ስለ ትምህርቱ ጠየቀው። |
60,072 | am_tg | ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “እኔ ለዓለም በግልጽ ተናግሬአለሁ። አይሁዳውያን ሁሉ በሚሰበሰቡበት በምኩራብና በቤተ መቅደሱ ሁልጊዜ አስተምር ነበር፤ በስውር የተናገርኩት ምንም ነገር የለም። | የሱስ ከኣ፡ “ኣነ ንዓለም ብግህዶ እየ ተዛሪበያ። ኵሉ ሳዕ ኣብቲ ዅሎም ኣይሁድ ዚእከቡሉ ምኵራብን ቤተ መቕደስን እምህር ነይረ፣ ሓንቲ እኳ ብሕቡእ ኣይተዛረብኩን። |
60,073 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ኣነ ንዓለም ብግህዶ እየ ተዛሪበያ። ኵሉ ሳዕ ኣብቲ ዅሎም ኣይሁድ ዚእከቡሉ ምኵራብን ቤተ መቕደስን እምህር ነይረ፣ ሓንቲ እኳ ብሕቡእ ኣይተዛረብኩን። | ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “እኔ ለዓለም በግልጽ ተናግሬአለሁ። አይሁዳውያን ሁሉ በሚሰበሰቡበት በምኩራብና በቤተ መቅደሱ ሁልጊዜ አስተምር ነበር፤ በስውር የተናገርኩት ምንም ነገር የለም። |
60,074 | am_tg | እኔን ለምን ትጠይቀኛለህ? እኔ የነገርኳቸውን ነገር የሰሙትን ሰዎች ጠይቃቸው። እነዚህ የተናገርኩትን ያውቃሉ።” | ስለምንታይ ንዓይ ትሓትተኒ ኣለኻ፧ ነቶም ዘረባይ ዝሰምዑ ሕተቶም። እንሆ፡ ንሳቶም ነቲ ዝበልክዎ ይፈልጥዎ እዮም” ኢሉ መለሰሉ። |
60,075 | tg_am | ስለምንታይ ንዓይ ትሓትተኒ ኣለኻ፧ ነቶም ዘረባይ ዝሰምዑ ሕተቶም። እንሆ፡ ንሳቶም ነቲ ዝበልክዎ ይፈልጥዎ እዮም” ኢሉ መለሰሉ። | እኔን ለምን ትጠይቀኛለህ? እኔ የነገርኳቸውን ነገር የሰሙትን ሰዎች ጠይቃቸው። እነዚህ የተናገርኩትን ያውቃሉ።” |
60,076 | am_tg | ኢየሱስ ይህን በተናገረ ጊዜ አጠገቡ ቆመው ከነበሩት የቤተ መቅደስ ጠባቂዎች አንዱ በጥፊ መታውና “ለካህናት አለቃው የምትመልሰው እንዲህ ነው?” አለው። | እዚ ምስ በለ፡ ሓደ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ገላዉ፡ “ንሊቀ ኻህናትሲ ኸምዚ ኢልካ ኽትምልሰሉ፧” ኢሉ ንየሱስ ጸፍዖ። |
60,077 | tg_am | እዚ ምስ በለ፡ ሓደ ኻብቶም ኣብኡ ደው ኢሎም ዝነበሩ ገላዉ፡ “ንሊቀ ኻህናትሲ ኸምዚ ኢልካ ኽትምልሰሉ፧” ኢሉ ንየሱስ ጸፍዖ። | ኢየሱስ ይህን በተናገረ ጊዜ አጠገቡ ቆመው ከነበሩት የቤተ መቅደስ ጠባቂዎች አንዱ በጥፊ መታውና “ለካህናት አለቃው የምትመልሰው እንዲህ ነው?” አለው። |
60,078 | am_tg | ኢየሱስም “የተሳሳተ ነገር ተናግሬ ከሆነ ስህተቴ ምን እንደሆነ ንገረኝ፤ የተናገርኩት ነገር ትክክል ከሆነ ግን ለምን ትመታኛለህ?” ሲል መለሰለት። | የሱስ ከኣ፡ “ጌጋ እንተ ተዛሪበ፡ ጌጋ ምዃኑ መስክር፣ ቅኑዕ እንተ ተዛሪበ ግና፡ ስለምንታይ ትወቕዓኒ ኣለኻ፧” ኢሉ መለሰሉ። |
60,079 | tg_am | የሱስ ከኣ፡ “ጌጋ እንተ ተዛሪበ፡ ጌጋ ምዃኑ መስክር፣ ቅኑዕ እንተ ተዛሪበ ግና፡ ስለምንታይ ትወቕዓኒ ኣለኻ፧” ኢሉ መለሰሉ። | ኢየሱስም “የተሳሳተ ነገር ተናግሬ ከሆነ ስህተቴ ምን እንደሆነ ንገረኝ፤ የተናገርኩት ነገር ትክክል ከሆነ ግን ለምን ትመታኛለህ?” ሲል መለሰለት። |
60,080 | am_tg | ከዚያም ሐና ኢየሱስን እንደታሰረ ወደ ሊቀ ካህናቱ ወደ ቀያፋ ላከው። | ሽዑ፡ ሃና ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት፡ ብእሱሩ ሰደዶ። |
60,081 | tg_am | ሽዑ፡ ሃና ናብ ቀያፋ እቲ ሊቀ ኻህናት፡ ብእሱሩ ሰደዶ። | ከዚያም ሐና ኢየሱስን እንደታሰረ ወደ ሊቀ ካህናቱ ወደ ቀያፋ ላከው። |
60,082 | am_tg | ስምዖን ጴጥሮስም ቆሞ እሳት እየሞቀ ነበር። በዚህ ጊዜ ሰዎቹ “አንተም ከእሱ ደቀ መዛሙርት አንዱ ነህ አይደል?” አሉት። እሱም “አይደለሁም” ሲል ካደ። | ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ ደው ኢሉ ሓዊ ይስሕን ነበረ። ሽዑ፡ ንሳቶም፡ “ንስኻ እውንዶ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ኢኻ፧” በልዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ኣይኰንኩን” ኢሉ ኸሓደ። |
60,083 | tg_am | ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ ደው ኢሉ ሓዊ ይስሕን ነበረ። ሽዑ፡ ንሳቶም፡ “ንስኻ እውንዶ ኻብ ደቀ መዛሙርቱ ኢኻ፧” በልዎ። ንሱ ኸኣ፡ “ኣይኰንኩን” ኢሉ ኸሓደ። | ስምዖን ጴጥሮስም ቆሞ እሳት እየሞቀ ነበር። በዚህ ጊዜ ሰዎቹ “አንተም ከእሱ ደቀ መዛሙርት አንዱ ነህ አይደል?” አሉት። እሱም “አይደለሁም” ሲል ካደ። |
60,084 | am_tg | ከሊቀ ካህናቱ ባሪያዎች አንዱ ይኸውም ጴጥሮስ ጆሮውን የቆረጠው ሰው ዘመድ “በአትክልቱ ስፍራ ከእሱ ጋር አይቼህ አልነበረም?” አለው። | ሓደ ኻብቶም ባሮት ሊቃውንቲ ኻህናት፡ ዘመድ እቲ ጴጥሮስ እዝኑ ዝቘረጾ፡ “ኣብቲ ስፍራ ኣታኽልቲዶ ምስኡ ኣይረኣኹኻን፧” በሎ። |
60,085 | tg_am | ሓደ ኻብቶም ባሮት ሊቃውንቲ ኻህናት፡ ዘመድ እቲ ጴጥሮስ እዝኑ ዝቘረጾ፡ “ኣብቲ ስፍራ ኣታኽልቲዶ ምስኡ ኣይረኣኹኻን፧” በሎ። | ከሊቀ ካህናቱ ባሪያዎች አንዱ ይኸውም ጴጥሮስ ጆሮውን የቆረጠው ሰው ዘመድ “በአትክልቱ ስፍራ ከእሱ ጋር አይቼህ አልነበረም?” አለው። |
60,086 | am_tg | ይሁን እንጂ ጴጥሮስ እንደገና ካደ፤ ወዲያውም ዶሮ ጮኸ። | ጴጥሮስ ግና ከም ብሓድሽ ከሓደ፣ ብኡብኡ እውን ደርሆ ነቀወ። |
60,087 | tg_am | ጴጥሮስ ግና ከም ብሓድሽ ከሓደ፣ ብኡብኡ እውን ደርሆ ነቀወ። | ይሁን እንጂ ጴጥሮስ እንደገና ካደ፤ ወዲያውም ዶሮ ጮኸ። |
60,088 | am_tg | ከዚያም ኢየሱስን ከቀያፋ ቤት ወደ ገዢው መኖሪያ ወሰዱት። ጊዜውም ማለዳ ነበር። ሆኖም እነሱ ፋሲካን መብላት ይችሉ ዘንድ እንዳይረክሱ ወደ ገዢው መኖሪያ አልገቡም። | ሽዑ፡ ንየሱስ ካብ ቀያፋ ናብ ቤት እቲ ሹም ወሰድዎ። ንግሆ ድማ ነበረ። ንሳቶም ግና ፋስጋ ምእንቲ ኺበልዑስ፡ ከይረኽሱ፡ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣይኣተዉን። |
60,089 | tg_am | ሽዑ፡ ንየሱስ ካብ ቀያፋ ናብ ቤት እቲ ሹም ወሰድዎ። ንግሆ ድማ ነበረ። ንሳቶም ግና ፋስጋ ምእንቲ ኺበልዑስ፡ ከይረኽሱ፡ ናብ ቤት እቲ ሹም ኣይኣተዉን። | ከዚያም ኢየሱስን ከቀያፋ ቤት ወደ ገዢው መኖሪያ ወሰዱት። ጊዜውም ማለዳ ነበር። ሆኖም እነሱ ፋሲካን መብላት ይችሉ ዘንድ እንዳይረክሱ ወደ ገዢው መኖሪያ አልገቡም። |
60,090 | am_tg | ስለዚህ ጲላጦስ እነሱ ወዳሉበት ወጥቶ “በዚህ ሰው ላይ የምታቀርቡት ክስ ምንድን ነው?” አላቸው። | ስለዚ፡ ጲላጦስ ናባታቶም ናብ ወጻኢ ወጺኡ፡ “ኣብዚ ሰብ እዚ እንታይ ክሲ ኣሎኩም፧” በሎም። |
60,091 | tg_am | ስለዚ፡ ጲላጦስ ናባታቶም ናብ ወጻኢ ወጺኡ፡ “ኣብዚ ሰብ እዚ እንታይ ክሲ ኣሎኩም፧” በሎም። | ስለዚህ ጲላጦስ እነሱ ወዳሉበት ወጥቶ “በዚህ ሰው ላይ የምታቀርቡት ክስ ምንድን ነው?” አላቸው። |
60,092 | am_tg | እነሱም መልሰው “ይህ ሰው ጥፋተኛ ባይሆን ኖሮ ለአንተ አሳልፈን አንሰጠውም ነበር” አሉት። | ንሳቶም ከኣ፡ “እዚ ገባር ክፉእ እንተ ዘይከውንሲ፡ ናባኻ ኣሕሊፍና ኣይምሃብናዮን” ኢሎም መለሱሉ። |
60,093 | tg_am | ንሳቶም ከኣ፡ “እዚ ገባር ክፉእ እንተ ዘይከውንሲ፡ ናባኻ ኣሕሊፍና ኣይምሃብናዮን” ኢሎም መለሱሉ። | እነሱም መልሰው “ይህ ሰው ጥፋተኛ ባይሆን ኖሮ ለአንተ አሳልፈን አንሰጠውም ነበር” አሉት። |
60,094 | am_tg | ስለዚህ ጲላጦስ “እናንተ ራሳችሁ ወስዳችሁ በሕጋችሁ መሠረት ፍረዱበት” አላቸው። አይሁዳውያኑም “እኛ ማንንም ሰው ለመግደል ሕግ አይፈቅድልንም” አሉት። | ስለዚ፡ ጲላጦስ፡ “ንስኻትኩም ውሰድዎ፡ ከም ሕግኹም እውን ፍረድዎ” በሎም። ኣይሁድ ከኣ፡ “ንሓደ እኳ ኽንቀትል ኣይተፈቕደልናን” በልዎ። |
60,095 | tg_am | ስለዚ፡ ጲላጦስ፡ “ንስኻትኩም ውሰድዎ፡ ከም ሕግኹም እውን ፍረድዎ” በሎም። ኣይሁድ ከኣ፡ “ንሓደ እኳ ኽንቀትል ኣይተፈቕደልናን” በልዎ። | ስለዚህ ጲላጦስ “እናንተ ራሳችሁ ወስዳችሁ በሕጋችሁ መሠረት ፍረዱበት” አላቸው። አይሁዳውያኑም “እኛ ማንንም ሰው ለመግደል ሕግ አይፈቅድልንም” አሉት። |
60,096 | am_tg | ይህ የሆነው ኢየሱስ በምን ዓይነት ሁኔታ እንደሚሞት ለማመልከት የተናገረው ቃል እንዲፈጸም ነው። | እዚ ድማ፡ እቲ የሱስ ከመይ ዝበለ ሞት ከም ዚመውት ኬመልክት ኢሉ እተዛረቦ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። |
60,097 | tg_am | እዚ ድማ፡ እቲ የሱስ ከመይ ዝበለ ሞት ከም ዚመውት ኬመልክት ኢሉ እተዛረቦ ቓል ምእንቲ ኺፍጸም እዩ። | ይህ የሆነው ኢየሱስ በምን ዓይነት ሁኔታ እንደሚሞት ለማመልከት የተናገረው ቃል እንዲፈጸም ነው። |
60,098 | am_tg | ስለሆነም ጲላጦስ ወደ ገዢው መኖሪያ ተመልሶ ገባና ኢየሱስን ጠርቶ “አንተ የአይሁዳውያን ንጉሥ ነህ?” አለው። | ጲላጦስ ከኣ ናብ ቤት ሹም ኣተወ፣ ንየሱስ ጸዊዑ ድማ፡ “ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧” በሎ። |
60,099 | tg_am | ጲላጦስ ከኣ ናብ ቤት ሹም ኣተወ፣ ንየሱስ ጸዊዑ ድማ፡ “ንስኻዶ ንጉስ ኣይሁድ ኢኻ፧” በሎ። | ስለሆነም ጲላጦስ ወደ ገዢው መኖሪያ ተመልሶ ገባና ኢየሱስን ጠርቶ “አንተ የአይሁዳውያን ንጉሥ ነህ?” አለው። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.