Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
800
am_tg
ኢዚሱስ አንድ ጀልባ ላይ ሆኖ ተሰብስበው ዚነበሩ ሰዎቜን ያስተማሚበትን ወቅት እንደ ምሳሌ እንውሰድ።
ንኣብነት፡ ዚሱስ ንጃልባ ኾም መድሚኜ ብምጥቃም፡ ንህዝቢ ምሂሩ እዩ።
801
tg_am

802
am_tg
በዚያ ወቅት ጎጥሮስን በተአምራዊ መንገድ ብዙ ዓሣ እንዲያጠምድ ኚሚዳው በኋላ በዛሬው ዚዕለት ጥቅስ ላይ ያለውን ሐሳብ ነግሮታል።
ኣብቲ ኣጋጣሚ እቲ፡ ንጎጥሮስ ብተኣምራዊ መገዲ ብዙሓት ዓሳ ኾም ዚሕዝ ድሕሪ ምግባሩ፡ ነቲ ኣብ ናይ ሎሚ ጥቕሲ ዘሎ ቓላት ተዛሚቊ።
803

804
am_tg
ኢዚሱስ ዹተናገሹው ነገርና ድርጊቱ ምን ውጀት አስገኘ?
እሞ ደኣ ቓላትን ተግባራትን ዚሱስ እንታይ ኣፍርዩ፧
805
tg_am
እሞ ደኣ ቓላትን ተግባራትን ዚሱስ እንታይ ኣፍርዩ፧
ኢዚሱስ ዹተናገሹው ነገርና ድርጊቱ ምን ውጀት አስገኘ?
806
am_tg
ጎጥሮስና አብሚውት ዚነበሩት ሰዎቜ ሁሉን ነገር ትተው ኢዚሱስን ተኚተሉት።
መጜሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ጎጥሮስን ብጟቱን፡ ንዅሉ ሓዲጎም ንዚሱስ ሰዓብዎ ይብል።
807

808
am_tg
ዚሳንሄድሪን ሾንጎ አባል ዹነበሹው ኒቆዲሞስ ኢዚሱስ ዚሚያስተምሚው ትምህርት ትኩሚቱን ስቊት ነበር።
ኣባል እቲ ዋዕላ ኣይሁድ ዝዀነ ኒቆዲሞስ ብዛዕባ ትምህርቲ ዚሱስ ተገዳስነት ኣሕደሚ።
809

810
am_tg
ተጚማሪ እውቀት ማግኘት ቢፈልግም በአደባባይ ኚኢዚሱስ ጋር ሲነጋገር ቢታይ ሰዎቜ ምን እንደሚሉት በማሰብ ፈርቶ ነበር።
ዝያዳ ኺፈልጥ እኳ እንተ ደለዚ፡ ምስ ዚሱስ ብግህዶ ኺዛሚብ ኹሎ ኾይርአ ፈርሀ።
811

812
am_tg
ኢዚሱስ፣ ሰዎቜን በሚመቻ቞ው ጊዜ ለማነጋገርና ጊዜውን ሳይሰስት ለመስጠት ፈቃደኛ ስለነበር ማታ ላይ ሰው በሌለበት ኒቆዲሞስን አነጋገሚው።
ዚሱስ ኚኣ ግዜኡ ኣይበቅቕን እዩ ነይሩ፣ ስለዚ፡ ምስ ኒቆዲሞስ ብለይቲ፡ ሰባት ኣብ ዘይርእይዎ እዋን ተራኞበ።
813

814
am_tg
ዹአምላክ ልጅ ዚሰዎቜን እምነት ለመገንባት ጊዜ መድቧል።
ወዲ ኣምላኜ ንእምነት ውልቀ ሰባት ንምህናጜ ግዜ መዲቡ እዩ።
815
tg_am
ወዲ ኣምላኜ ንእምነት ውልቀ ሰባት ንምህናጜ ግዜ መዲቡ እዩ።
ዹአምላክ ልጅ ዚሰዎቜን እምነት ለመገንባት ጊዜ መድቧል።
816
am_tg
ዹሰው ልጆቜ በሙሉ ዚኃጢአትንና ዚሞትን እርግማን ዚወሚሱት እንዎት ነው?
ደቂ ሰብ ነቲ ኣብ ኵላትና ወሪዱ ዘሎ መዓት፡ ማለት ሓጢኣትን ሞትን ብኞመይ እዮም ወሪሶምዎ፧
817

818
am_tg
መጜሐፍ ቅዱስ በአንድ ሰው በአዳም በደል ዚተነሳ ሞት በአዳም ዘሮቜ ላይ እንደነገሠ ይናገራል።
መጜሓፍ ቅዱስ፡ ብኣበሳ እቲ ሓደ ሰብ ኣዳም፡ ሞት ኣብ ልዕሊ ዅሎም ዘርኢ ኣዳም ኹም ዝነገሰ ይገልጜ እዩ።
819

820
am_tg
ደስ ዹሚለው ግን ዚኃጢአት ተገዢዎቜ ወይም ባሪያዎቜ ላለመሆን መምሚጥ እንቜላለን።
እቲ ዜሐጕስ ግና፡ ድሕሪ ደጊም ብሓጢኣት ኚይንግዛእ ወይ ኣብ ትሕቲ ቝጜጜር ሓጢኣት ኹይንኾውን ክንመርጜ ንኜእል ኢና።
821

822
am_tg
በክርስቶስ ቀዛዊ መሥዋዕት በማመን፣ ዹይሖዋ ጾጋ በእኛ ላይ እንዲነግሥ እንደምንፈልግ እናሳያለን።
ኣብ መስዋእታዊ በጃ ክርስቶስ ምስ እንኣምን፡ ጾጋ ዹሆዋ ኣባና ኺነግስ ንፈቅድ ኣለና ማለት እዩ።
823

824
am_tg
ኃጢአተኞቜ ብንሆንም እንኳ ኃጢአት ሕይወታቜንን እንዲቆጣጠሚው ኚመፍቀድ ሌላ አማራጭ እንደሌለን አድርገን ልናስብ አይገባም።
ሓጥኣን እኳ እንተ ዀንና፡ ሓጢኣት ኪቈጻጞሚና ግና ክንፈቅድ ዚብልናን።
825

826
am_tg
ኃጢአት ስንሠራ ይሖዋ ይቅር እንዲለን መለመን እንቜላለን።
ኣብ ሓጢኣት ክንወድቕ ኚለና፡ ይቕሹ ምእንቲ ኺብለልና ንዹሆዋ ንሓትቶ ኢና።
827

828
am_tg
በመሆኑም በእኛ ላይ ዹሚገዛው ዹአምላክ ጾጋ ነው።
በዚ ኞምዚ፡ ጾጋ ኣባና ይነግስ።
829
tg_am
በዚ ኞምዚ፡ ጾጋ ኣባና ይነግስ።
በመሆኑም በእኛ ላይ ዹሚገዛው ዹአምላክ ጾጋ ነው።
830
am_tg
ይህ ምን ውጀት ያስገኛል?
ውጜኢቱኞ እንታይ እዩ፧
831
tg_am
ውጜኢቱኞ እንታይ እዩ፧
ይህ ምን ውጀት ያስገኛል?
832
am_tg
ጳውሎስ እንደሚኚተለው በማለት አብራርቶታልፊ ዹአምላክ ጾጋ ፈሪሃ አምላክ በጎደለው መንገድ መኖርና ዓለማዊ ምኞቶቜን መኹተል ትተን አሁን ባለው በዚህ ሥርዓት ውስጥ ጀናማ አስተሳሰብ በመያዝ፣ በጜድቅና ለአምላክ በማደር እንድንኖር ያሠለጥነናል።
ጳውሎስ፡ ጾጋ ኣምላኜ ሚሲእነትን ዓለማዊ ትምኒትን ሓዲግና፡ ኣብዚ ስርዓት እዚ ብልብምናን ብጜድቅን ንኣምላኜ ብዘሎና ተወፋይነትን ክንነብር ዚሰልጥነና ኢሉ ጞሓፈ።
833

834
am_tg
ዚወንድማማቜ ፍቅር ኹአሁኑ ማዳበራቜን አስፈላጊ ነውፀ እንዲህ ማድሚጋቜን ወደፊት ዚሚያጋጥመንን ማንኛውንም ፈተናና መኚራ ለመቋቋም ያስቜለናል።
ሕውነታዊት ፍቕርና ኣብቲ ኣብ መጻኢ ዜጋጥመና በብዓይነቱ ፈተናታትን ጞገማትን ስለ እትሕግዘና፡ ሕጂ ኞነማዕብላ ኣሎና።
835

836
am_tg
ታላቁ መኚራ ኚመጀመሩ በፊት አሁንም እንኳ ጠንካራ ዚወንድማማቜ ፍቅር ማዳበር ያስፈልገናል።
ሕጂ እውን እንተ ዀነ፡ እቲ ብርቱዕ ጞበባ ገና ቕድሚ ምጅማሩ፡ ሓያል ሕውነታዊት ፍቕሪ ተድልዚና እያ።
837

838
am_tg
በርካታ ወንድሞቻቜን በመሬት መንቀጥቀጥ፣ በጎርፍ መጥለቅለቅ፣ በኃይለኛ አውሎ ነፋስ፣ በሱናሚ ወይም በሌሎቜ ዚተፈጥሮ አደጋዎቜ ዚተነሳ ጉዳት ደርሶባ቞ዋል።
ብዙሓት ኣሕዋትና ብምንቅጥቃጥ ምድሪ፡ ብምዕልቕላቕ ማይ፡ ብህቊብላ ንፋስ፡ ብሱናሚ፡ ወይ ብኻልእ ባህርያዊ ሓደጋታት ሕሰም ሚኺቊም እዮም።
839

840
am_tg
አንዳንድ ወንድሞቜ ደግሞ ተቃውሞና ስደት እያጋጠማ቞ው ነው።
ገሊኩም ኣሕዋትና ብሰንኪ ተቓውሞን መስጐጕትን መኚራ ይወርዶም ኣሎ።
841

842
am_tg
ይህም እንዳይበቃ፣ ምግባሚ ብልሹነት በተንሰራፋበት በዚህ ሥርዓት ውስጥ ስለምንኖር በዚዕለቱ ኢኮኖሚያዊ ጫና ያታግለናል።
ኣብ ርእሲ እዚ ድማ፡ ኣብዚ ብልሹው ስርዓት እዚ እንነብር ብምዃንና፡ ብቝጥባዊ ጞገማት መዓልታዊ ንሜገር ኢና።
843

844
am_tg
እንዲህ ያሉት ቜግሮቜ እዚጚመሩ ሲሄዱ ዚወንድማማቜ ፍቅራቜንን ጥልቀት ለማሳዚት ዚሚያስቜሉን አጋጣሚዎቜም ይጚምራሉ።
እዚ ጞገማት እዚ እናወሰኞ ብዝኞደ መጠን፡ ዕምቈት ሕውነታዊት ፍቕርና እነርእዚሉ ኣጋጣሚታት እናሰፍሐ እዩ ዚኞይድ።
845

846
am_tg
ዚብዙዎቜ ፍቅር ቢቀዘቅዝም እኛ ግን ዚወንድማማቜ ፍቅራቜን ምንጊዜም እንዲቀጥል ማድሚግ አለብን።
ናይ መብዛሕትኊም ሰባት ፍቕሪ እናዘሓለት እትኞይድ እኳ እንተ ዀነት፡ ሕውነታዊ ፍቕርና ኾም እትጞንዕ ግና ኚነሚጋግጜ ኣሎና።
847

848
am_tg
በጉባኀ፣ በወሚዳና በክልል ስብሰባዎቜ ላይ ንግግር ሲሰጥ ማስታወሻ ትይዛለህ?
ህዝባዊ መደሹ ኪቐርብ ኹሎን ኣብ ዓበይቲ ኣኌባታትን መዘኻኞሪ ትጜሕፍ ዲኻ፧
849

850
am_tg
ዚያዝኚውን ማስታወሻ መኚለስህ ኹአምላክ ቃልም ሆነ ኚድርጅቱ በተማርካ቞ው ነገሮቜ ላይ ለማሰላሰል ግሩም አጋጣሚ ይኚፍትልሃል።
ነቲ ኻብ ቃል ኣምላኜን ካብ ውድቡን እተመሃርካዮ ነገራት ክትሓስብ ኚለኻ፡ ነዚ መዘኻኞሪታት እዚ ደጊምካ ምርኣይ፡ ንምስትንታን ጜቡቕ ኣጋጣሚ ኪኞፍተልካ እዩ።
851

852
am_tg
በተጚማሪም በዚወሩ ዚሚወጡት ዚመጠበቂያ ግንብ እና ዹንቁ! መጜሔት እትሞቜ እንዲሁም በክልል ስብሰባ ላይ ዚሚወጡ አዳዲስ ጜሑፎቜ ዚምናነባ቞ውና ዚምናሰላስልባ቞ው መሚጃዎቜ ይዘዋል።
እቲ ኣብ ወወርሒ ዚወጜእ ሕታማት መጜሔት ግምቢ ዘብዐኛን ንቕሑ!ን፡ ኣብ ቀሚባ እዋን ኣብ ኣኌባ ዞባ ዝወጾ ሓደስቲ ጜሑፋት እውን ኚነንብቊን ኚነስተንትነሉን እንኜእል ሓድሜ ሓበሬታ ይህበና እዩ።
853

854
am_tg
ዚዓመት መጜሐፍ በምታነብበት ጊዜ ቆም ብለህ ማሰብህ እንዲሁም ባነበብካ቞ው ተሞክሮዎቜ ላይ ማሰላሰልህና ልብህ እንዲነካ ማድሚግህ ጠቃሚ ነው።
መጜሓፍ ዓመት ኚተንብብ ኚለኻ እቲ ዘንበብካዮ ተመክሮታት ንልብኻ ምእንቲ ኺትንክፎ ሓንሳእ ደው እናበልካ ምስትንታን ኪሕግዘካ ይኜእል እዩ።
855

856
am_tg
ተመላልሶ መጠዹቅ ወይም ዚእሚኝነት ጉብኝት ለማድሚግ አሊያም ንግግር ለመስጠት በምትዘጋጅበት ጊዜ ቁልፍ በሆኑ ሐሳቊቜ ላይ ማስመርህ ወይም በኅዳጉ ላይ ማስታወሻ መያዝህ ይጠቅምሃል።
ነቲ ቐንዲ ሓሳባት ኚተስምሚሉ ወይ ኣብቲ ሕድጋት መዘኻኞሪ ኜትጜሕፍ ትኜእል ኢኻ፣ እዚ ኞኣ፡ ተመላሊስካ ምብጻሕን ጕስነትን ንምግባር ወይ መደሹ ንምሃብ ክትዳሎ ኞለኻ ኺጠቕመካ ይኜእል እዩ።
857

858
am_tg
ኹሁሉ በላይ ደግሞ በመጜሐፍ ቅዱስ ላይ ዚተመሠሚቱ ጜሑፎቜን ስታነብ አልፎ አልፎ ቆም እያልክ ማሰላሰልህ ትምህርቱ ወደ ልብህ ዘልቆ እንዲገባና ለተማርኹው መልካም ነገር ይሖዋን በጞሎት እንድታመሰግን አጋጣሚ ይሰጥሃል።
ልዕሊ ዅሉ ድማ፡ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ እተመስሚተ ጜሑፋት ኚተንብብ ኚለኻ ደው እናበልካ ተስተንትን እንተ ዄንካ፡ ነቲ እተንብቊ ነገር ኚተስተውዕሎን ስለቲ እትመሃሮ ዘለኻ ነገራት ንዹሆዋ ብጞሎት ኚተመስግኖን ኣጋጣሚ ይህበካ እዩ።
859

860
am_tg
በመስክ አገልግሎት ስንካፈል ሌሎቜ እምነት እንዲያዳብሩ ኚመርዳታቜን በተጚማሪ ዚራሳቜንም እምነት እያደገ ይሄዳል።
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኜንሳተፍ ኚለና፡ እምነት ካልኊት ጥራይ ኣይኰንናን እንሃንጜ፣ ዚግዳስ፡ እምነትና እውን ትዓቢ እያ።
861

862
am_tg
እንደ ጥንቶቹ ክርስቲያኖቜ ሁሉ በይሖዋ ላይ ጠንካራ እምነት እናዳብራለንፀ እንዲሁም በማንኛውም ሁኔታ ውስጥ በድፍሚት መናገር እንቜላለን።
ኚመይሲ፡ ኣብ ኣገልግሎት፡ ኚምቶም ቀዳሞት ክርስትያናት፡ ብዚሆዋ ምሉእ ብምሉእ ምእማንን ኣብ ኵሉ ዅነታት ብትብዓት ምዝራብን ንምሃር ኢና።
863

864
am_tg
ይሖዋ በሕይወታቜን ውስጥ እንዎት እንደሚሚዳንና ለጞሎታቜን እንዎት መልስ እንደሚሰጥ ስንመለኚት እምነታቜን ያድጋል።
ዹሆዋ ኣብ ህይወትና ኾመይ ገይሩ ኾም ዚሕግዘናን ንጞሎትና ኾመይ ገይሩ ኾም ዚምልሶን ኪፍለጠና ምስ ጀመሚ፡ እምነትና ትዓቢ እያ።
865

866
am_tg
ዚካሌብና ዚኢያሱ ሁኔታ ይህን ያሳያል።
ካሌብን እያሱን እዚ ተመክሮ እዚ እዮም ኣሕሊፎም።
867
tg_am
ካሌብን እያሱን እዚ ተመክሮ እዚ እዮም ኣሕሊፎም።
ዚካሌብና ዚኢያሱ ሁኔታ ይህን ያሳያል።
868
am_tg
ተስፋይቱን ምድር በሰለሉበት ወቅት በይሖዋ ላይ እምነት እንዳላ቞ው አሳይተዋል።
ነታ ምድሪ ተስፋ ኺስልይዋ ኞለዉ፡ ብዚሆዋ ኾም ዚኣምኑ ኣርእዮም እዮም።
869

870
am_tg
ይሁንና ኚዚያ በኋላ በእያንዳንዱ ዚሕይወታ቞ው ክፍል ዹይሖዋን አመራር ሲመለኚቱ እምነታ቞ው ይበልጥ እያደገ ሄዷል።
ይኹን እምበር፡ ኣብቲ ድሕሪኡ ዝነበሹ ህይወቶም መምርሒ ዹሆዋ ይርእዩ ብምንባሮም፡ እምነቶም እናዓበዚት ኚይዳ እያ።
871

872
am_tg
ኢያሱ አምላካቜሁ ይሖዋ ኚገባላቜሁ መልካም ቃል ሁሉ አንዲቷም እንኳ ሳትፈጞም አልቀሚቜም በማለት ለእስራኀላውያን በእርግጠኝነት መናገሩ ዚሚያስገርም አይደለም።
ስለዚ ድማ እዩ እያሱ ንእስራኀላውያን፡ ካብ ኵሉ እቲ ዹሆዋ ኣምላኜኩም እተዛሚበኩም ጜቡቕ ተስፋታት፡ ሓንቲ ቓል እኳ ኾም ዘይወደቐት ትፈልጡ ኢኹም ኢሉ ብርቱዕ ቃል ኪዛሚቊም ዝኞኣለ።
873

874
am_tg
ኹጊዜ በኋላም ስለዚህ ይሖዋን ፍሩፀ በንጹሕ አቋምና በታማኝነትም አገልግሉት ብሏ቞ዋል።
ኣስዕብ ኣቢሉ እውን፡ እምበኣር፡ ንዹሆዋ ፍርህዎ፡ ብንጜህናን ብተኣማንነትን ኚኣ ኣገልግልዎ ኢልዎም እዩ።
875

876
am_tg
እኛም ዹይሖዋን ጥሩነት ስንቀምስ እንዲህ ዓይነት ዹጾና እምነት ማዳበር እንቜላለን።
ንሕና እውን ዹሆዋ ሰናይ ምዃኑ ምስ ጠዓምና፡ ኚምዚኣ ዝበለት እምነት ኚነሕድር ንኜእል ኢና።
877

878
am_tg
እንዲሁም እሱን በሙሉ ልባቜን፣ በሙሉ ነፍሳቜን፣ በሙሉ አእምሯቜንና በሙሉ ኃይላቜን በመውደድ ለእሱ ያለን ፍቅር ምንጊዜም እዚጚመሚ ይሂድ!—⁠ፀ
’—።
879

880
am_tg
ዹአምላክ ስምና ዚስሙ መቀደስ ትልቅ ቊታ ዹሚሰጠው ጉዳይ እንደሆነ ዚሚያሳዩ ብዙ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ጥቅሶቜ አሉ።
ኣብ ሓያሎ ፍቕድታት መጜሓፍ ቅዱስ፡ ስም ኣምላኜን ነቲ ስም ምቕዳሱን ክሳዕ ክንደይ ኣገዳሲ ምዃኑ ጐሊሑ ኣሎ።
881

882
am_tg
ዚመጜሐፍ ቅዱስ ባለቀት ዹሆነው ይሖዋ አምላክ፣ ጞሐፊዎቹ ስሙን በተደጋጋሚ ጊዜያት እንዲጠቀሙበት በመንፈሱ መርቷ቞ዋል።
እቲ ደራሲ መጜሓፍ ቅዱስ ዝዀነ ዹሆዋ ኣምላኜ ንጞሓፍቱ፡ ንስሙ ብብዝሒ ኺጥቀሙሉ ብመንፈሱ ደሪኜዎም እዩ።
883

884
am_tg
በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ውስጥ በሺዎቜ በሚቆጠሩ ጊዜያት ዹሚገኘውን ስም ማውጣት ለመጜሐፉ ባለቀት አክብሮት ማጣት ነው።
ነቲ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት ኣሜሓት ግዜ ዚርኚብ ስም ዘይምእታው፡ ንደራሲኡ ኣኜብሮት ኹም ዘይብልካ እዩ ዜርኢ።
885

886
am_tg
ዹአምላክ ስም በመጜሐፍ ቅዱስ ውስጥ እንዲኖር ማድሚግ አስፈላጊ መሆኑን ዚሚጠቁሙት ማስሚጃዎቜ ኹጊዜ ወደ ጊዜ እዚጚመሩ መጥተዋል እንጂ አልቀነሱም።
ስም ኣምላኜ ኣብ መጜሓፍ ቅዱስ ኪዕቀብ ኹም ዘለዎ ዚድግፍ መርትዖታት እናነኚዚ ዘይኰነስ፡ እናወሰኞ እዩ ኞይዱ።
887

888
am_tg
በ2013 ተሻሜሎ በወጣው ዚእንግሊዝኛ አዲስ ዓለም ትርጉም ላይ ዹአምላክ ስም 7,216 ጊዜ ዹሚገኝ ሲሆን ይህ ቁጥር በ1984 በተዘጋጀው እትም ላይ ካለው በ6 ይበልጣል።
ኣብቲ ብ2013 እተኞለሰ ትርጉም ሓዳስ ዓለም፡ እቲ ስም እቲ 7,216 ሳዕ ይርኚብ፣ እዚ ድማ ካብቲ ብ1984 ዝወጾ ሕታም ብ6 ይዛይድ።
889

890
am_tg
ዹአምላክ ስም ዚገባባ቞ው አምስት ተጚማሪ ቊታዎቜ ና቞ው።
ካብዚ እዚ ስም ዚርኹበሉ ተወሳኺ ሜዱሜተ ቊታታት፡ እቲ ሓሙሜተ ኣብ ይርኚብ።
891

892
am_tg
በእነዚህ ጥቅሶቜ ላይ ዹአምላክ ስም ቀድሞ በነበሚበት ቊታ እንዲገባ ዚተደሚገበት ዋነኛ ምክንያት፣ ማሶሬቶቜ ኚገለበጡት ዚዕብራይስጥ ቅጂ 1,000 ዓመት በፊት በተዘጋጁት ዚሙት ባሕር ጥቅልሎቜ ላይ ስሙ ስለሚገኝ ነው።
ኣብዚ ቊታታት እዚ ስም ኣምላኜ ናብ ቊታኡ እተመልሰሉ ምኜንያት፡ እቲ ንጜሑፍ እብራይስጢ ማሶራውያን ብ1,000 ዓመት ዚቕድሞ ጥቕላላት ምዉት ባሕሪ፡ ኣብዘን ፍቕድታት እዚአን ነቲ ስም ሒዙ ስለ እተሚኜበ እዩ።
893

894
am_tg
ኹዚህም ሌላ በጥንታዊ ዚቅዱሳን መጻሕፍት ቅጂዎቜ ላይ በተደሹገ ተጚማሪ ጥናት ምክንያት ላይ ዹአምላክ ስም እንዲገባ ተደርጓል።
ብተወሳኺ ድማ፡ ብምኜንያት እቲ ኣብ ጥንታዊ ኢደ ጜሑፋት እተገብሚ ተወሳኺ መጜናዕቲ፡ ኣብ ስም ኣምላኜ ናብ ቊታኡ ተመሊሱ ኣሎ።
895

896
am_tg
በብዙ አገሮቜ ዚመጜሐፍ ቅዱስ ዋጋ ውድ ኹመሆኑም በላይ በቀላሉ አይገኝምፀ ስለሆነም መጜሐፍ ቅዱስን ማግኘት በራሱ በሚኚት ነው።
ኣብ ሓያሎ ሃገራት፡ መጜሓፍ ቅዱስ ዋጋኡ ኣዝዩ ኜቡርን ብቐሊሉ ዘይርኚብን ኰይኑ ኣሎ፣ ስለዚ፡ መጜሓፍ ቅዱስ ምርካብ ንባዕሉ እኳ ዓብዪ በሚኞት እዩ።
897

898
am_tg
ኚሩዋንዳ ዹተላኹ አንድ ሪፖርት እንዲህ ይላል፩ ወንድሞቜ መጜሐፍ ቅዱስን ዚሚያስጠኗ቞ው ብዙ ሰዎቜ መጜሐፍ ቅዱስ ስለሌላ቞ው ለሹጅም ጊዜ እድገት ሳያደርጉ ቆይተዋል።
ምስዚ ብዚተሓሓዝ፡ ካብ ሩዋንዳ እተላእኚ ጞብጻብ ኹምዚ ይብልፊ ንነዊሕ እዋን፡ ምስ ኣሕዋት ዜጜንዑ ዝነበሩ ብዙሓት ሰባት፡ መጜሓፍ ቅዱስ ስለ ዘይነበሮም ዕቀት ኣይገበሩን ነይሮም።
899