Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
700
am_tg
ማንን መርዳት እንቜላለን?
ንመንኹ ኢና ኜንድግፍ እንኜእል፧
701
tg_am
ንመንኹ ኢና ኜንድግፍ እንኜእል፧
ማንን መርዳት እንቜላለን?
702
am_tg
ዚዕድሜ መግፋት፣ ዚጀና እክል፣ ዚቀተሰብ ተቃውሞ፣ ብ቞ኝነት ወይም ዚሚወዱትን ሰው በሞት ማጣት ኚሚያስኚትለው ተፈታታኝ ሁኔታ ጋር እዚታገሉ ያሉ ወንድሞቻቜንንና እህቶቻቜንን መርዳት እንቜላለን።
ነቶም ምስ ሳዕቀናት እርጋንን ጥዕና ምስኣንን ተቓውሞ ስድራ ቀትን ጜምዋን ሞት ዜፍቅርዎ ሰብን ዚቃለሱ ዘለዉ ኜንሕግዞም ንኜእል ኢና።
703

704
am_tg
በተጚማሪም መጥፎ ነገር እንዲሠሩ ወይም በዚህ ሥርዓት በትምህርትም ይሁን በሙያ቞ው ጥሩ ደሹጃ ዚሚባለው ቊታ ላይ እንዲደርሱ አሊያም ሀብት እንዲያሳድዱ ኹፍተኛ ጫና ዚሚደርስባ቞ውን ወጣቶቜ ማበሚታታት እንቜላለን።
ብዘይካዚ፡ ኣብ ሕማቕ ተግባራት ኪጜመዱ፡ ወይ ኚኣ ኣብዚ ስርዓት እዚ፡ ብትምህርቲ፡ ብገንዘብ፡ ወይ ብሞያ ዕዉታት ኪዀኑ ጞቕጥታት ንዜጋጥሞም መንእሰያት ኚነበርትዖም ንኜእል ኢና።
705

706
am_tg
ኚወንድሞቜና ኚእህቶቜ ጋር በመንግሥት አዳራሜ ውስጥም ሆነ በአገልግሎት ላይ ስትሆኑ አሊያም አብራቜሁ ስትመገቡ ወይም በስልክ ስታወሩ ልባዊ አሳቢነት ልታሳዩ ዚምትቜሉባ቞ውን መንገዶቜ ለማሰብ ሞክሩ።
ኣብ ኣዳራሜ መንግስቲ ኣምላኜ፡ ኣብ ኣገልግሎት፡ ኣብ መኣዲ፡ ወይ ብተሌፎን ክትዘራሚብ ኚለኻ ናይ ሓቂ ተገዳስነት እተርእዚሉ መገድታት ኣናዲ።
707

708
am_tg
በወቅቱ ጢሞ቎ዎስ ተሞክሮ ያለው ዚመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪ ነበር።
ኣብቲ ግዜ እቲ፡ ጢሞ቎ዎስ ምኩር ኣዋጂ መንግስቲ ኣምላኜ እዩ ነይሩ።
709

710
am_tg
ሆኖም በአገልግሎቱ ውጀታማ ሊሆን ዚሚቜለው ለሚያስተምሚው ትምህርት ምንጊዜም ትኩሚት ኹሰጠ ብቻ ነው።
ይኹን እምበር፡ ኣብ ኣገልግሎቱ ምእንቲ ኺሰልጊ፡ ኣብ ትምህርቱ ኌተኵር ነበሮ።
711

712
am_tg
አዘውትሮ በሚጠቀምበት መንገድ መስበኩን ቢቀጥል፣ ሰዎቜ ሁልጊዜ ጥሩ ምላሜ እንደሚሰጡት መጠበቅ አይቜልም።
ኵሉ ሳዕ ሓደ ዓይነት ኣቀራርባ እንተ ዚጥቀም ነይሩ፡ ሰባት ኣይምሰምዕዎን።
713

714
am_tg
ዚሰዎቜን ልብ መንካት እንዲቜል ዚማስተማር ዘዎዎቹን እንደ ሰዎቹ ሁኔታ መቀያዚር ነበሚበት።
ስለዚ፡ ልቢ ሰባት ምእንቲ ኺትንክፍ፡ ንኣመሃህራኡ ኾኹም እቲ ዜድልዮም ኪቐያይሮ ነበሮ።
715

716
am_tg
እኛም ዚመንግሥቱ አዋጅ ነጋሪዎቜ እንደመሆናቜን መጠን ተመሳሳይ ነገር ማድሚግ አለብን።
ንሕና እውን ኣወጅቲ መንግስቲ ኣምላኜ ኹም ምዃንና መጠን ኚምኡ ኜንገብር ኣሎና።
717

718
am_tg
ኚቀት ወደ ቀት ስናገለግል ብዙ ጊዜ ሰዎቜን ቀታ቞ው አናገኛ቞ውም።
ኣብ በቀት እናኞድና ኜንሰብኜ ኚለና፡ ብዙሕ ሳዕ ንሰባት ኣብ ቀቶም ኣይንሚኜቊምን ኢና።
719

720
am_tg
ወደ አፓርታማዎቜ ወይም ወደ አንዳንድ ዚታጠሩ መኖሪያ ሰፈሮቜ መግባት አስ቞ጋሪ ዚሚሆንባ቞ው አካባቢዎቜ አሉ።
ኣብ ገሊኡ ኞባቢታት ኚኣ፡ ናብ ገሊኡ ኣፓርትማታትን እተሓጜሚ ኣባይትን ክንኣቱ ኣይንኜእልን ኢና።
721

722
am_tg
አንተም በክልልህ ውስጥ እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ዚሚያጋጥምህ ኹሆነ ምሥራቹን ለመስበክ ለምን ዚተለያዩ ዘዎዎቜን አትሞክርም?
ኣብ ኚባቢኻ ኞምኡ ዜጋጥመካ እንተ ዀይኑ፡ ብስራት ንምስባኜ ስለምንታይ ካልእ መገድታት ዘይትጥቀም፧
723

724
am_tg
ምሥራቹን ኚምናዳርስባ቞ው ግሩም መንገዶቜ አንዱ ዚአደባባይ ምሥክርነት ነው።
ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት፡ ብስራት ክንዝርግሓሉ እንኜእል ሓደ ብሉጜ ሜላ እዩ።
725

726
am_tg
ብዙ አስፋፊዎቜ ይህን ዚአገልግሎት ዘዮ ውጀታማና አስደሳቜ ሆኖ አግኝተውታል።
ሓያሎ ናይ ዹሆዋ መሰኻኜር ኣብዚ ዕዮ እዚ ብምክፋሎም ብዙሕ ውጜኢትን ዓስብን ሚኺቊም እዮም።
727

728
am_tg
በባቡርና በአውቶቡስ ፌርማታዎቜ፣ በገበያ ቊታዎቜ፣ በመናፈሻዎቜና ሰዎቜ በሚገኙባ቞ው ሌሎቜ ቊታዎቜ ምሥራቹን ለመስበክ ጥሚት ያደርጋሉ።
ግዜ መዲቊም ንሰባት ኣብ መደበራት ባቡርን ኣውቶብስን ዕዳጋታትን መናፈሻታትን ሰብ ኣብ ዝበዝሖ ኻልእ ቊታታትን ይምስክሩሎም እዮም።
729

730
am_tg
አንዳንድ ወላጆቜ ልጆቻ቞ውን ዚማያደንቁት፣ ዚራሳ቞ው ወላጆቜ ምንም ዓይነት ማበሚታቻ ሰጥተዋ቞ው ስለማያውቁ ነው።
ገሊኩም ወለዲ፡ ወለዶም ዘዚተባብዕዎም ስለ ዝነበሩ፡ ንሳቶም እውን ንውሉዳቶም ኣይንእዱን እዮም።
731

732
am_tg
በሥራው ዓለም ያሉ በርካታ ሰዎቜም በሥራ ቊታ቞ው ጚርሶ ማበሚታቻ እንደማያገኙ በምሬት ይናገራሉ።
ሓያሎ ሰራሕተኛታት ስለ ዘይንኣዱ፡ ኣብ ስራሕ ምትብባዕ ዚብሃል ኹም ዘዹለ ይዛሚቡ እዮም።
733

734
am_tg
ማበሚታቻ መስጠት አንድ ሰው ላደሹገው መልካም ነገር ማመስገንን ይጚምራል።
ምትብባዕ ኪብሃል ኚሎ፡ ንሓደ ሰብ ስለቲ ዝገበሮ ጜቡቕ ነገራት ምንኣድ ዚጠቓልል።
735

736
am_tg
በተጚማሪም ሰዎቜ ያሏ቞ውን ጥሩ ባሕርያት በማድነቅ ወይም ተስፋ ዚቆሚጡትን ዚሚያጜናና ነገር በመናገር ሌሎቜን ማበሚታታት ይቻላል።
ንኻልኊት ብዛዕባ እቲ ዘለዎም ጜቡቕ ባህርያት ብምንኣድ ወይ ተስፋ ንዝቘሚጹ ብምጜንናዕ እውን ኚነተባብዕ ንኜእል ኢና።
737

738
am_tg
ግርጌ አብዛኛውን ጊዜ ማበሚታቻ ተብሎ ዹሚተሹጎመው ዚግሪክኛ ቃል ቀጥተኛ ፍቺ ኹጎኔ ሁን ዹሚል ነው።
፡ እ.ጜ. እታ ምትብባዕ ተባሂላ እትትርጐም ናይ ግሪኜኛ ቓል፡ ቃል ብቓሉ፡ ኣብ ጐድንኻ ኪኞውን ጻውዒት ምቕራብ ዚብል ትርጉም እዩ ዘለዋ።
739

740
am_tg
ኚወንድሞቻቜንና ኚእህቶቻቜን ጋር ስናገለግል እነሱን ዚሚያበሚታታ ነገር ለመናገር አጋጣሚዎቜ ማግኘታቜን አይቀርም።
ኣብ ጐድኒ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኮንና ኾነገልግል ኚለና፡ ዜተባብዕ ዘሚባ ኜንዛሚብ ኣጋጣሚ ንሚክብ ኢና።
741

742
am_tg
ታዲያ አመቺ አጋጣሚዎቜን ተጠቅመን፣ ሌሎቜን እንድንወዳ቞ውና እንድናደንቃ቞ው ዚሚያደርጉንን ምክንያቶቜ እንነግራ቞ዋለን?
ዚምሜእ ኣጋጣሚ ተጠቒምና ንኻልኊት ስለምንታይ ኹም እነፍቅሮምን ኹም እነድንቖምን ንዛሹቩም ዲና፧
743

744
am_tg
ለዚህ ጥያቄ መልስ ኚመስጠታቜን በፊት በትክክለኛው ጊዜ ዹተነገሹ ቃል ምንኛ መልካም ነው! በሚለው ጥቅስ ላይ ማሰላሰላቜን ጠቃሚ ነው።
ነዛ ሕቶ እዚኣ ቕድሚ ምምላስና ግና፡ ብዛዕባ እታ፡ ብግዜኡ ዚዝሚብ ቃል ክንደይ ኰን ጜቡቕ እዩ እትብል ምሳሌ ምሕሳብና ጜቡቕ እዩ።
745

746
am_tg
ባለንበት ሁኔታ ዚተነሳ፣ ዚመንግሥቱን ሥራ ለመደገፍ ማኹናወን ዚምንቜለው ነገርና ዹምናደርገው መዋጮ ውስን ሊሆን ይቜላልፀ ያም ቢሆን ይሖዋና ኢዚሱስ ሁላቜንም በዚህ ሚገድ ዹምናደርገውን ጥሚት በጣም ያደንቃሉ።
ሚብሓታት መንግስቲ ኣምላኜ ንምድጋፍ እንገብሮ ጻዕርን ኣበርክቶን ድሩት እንተ ዀነ እውን፡ ዹሆዋን ዚሱስን ነቲ እንገብሮ ጻዕሪ ኣኜቢሮም እዮም ዚርእይዎ።
747

748
am_tg
በዕድሜ ኹገፉ ውድ ወንድሞቻቜንና እህቶቻቜን መካኚል አንዳንዶቹ በስብሰባዎቜ ላይ ለመገኘትና ተሳትፎ ለማድሚግ እንዲሁም በአገልግሎት አዘውትሚው ለመካፈል ብርቱ ጥሚት ያደርጋሉ።
ንኣብነት፡ ገሊኩም ብዕድመ ዝደፍኡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ኣዘውቲሮም ኣብ ኣኌባታት ኪእኚቡን ኣብ ኣገልግሎት ኪካፈሉን ብዙሕ ጻዕሪ ይገብሩ እዮም።
749

750
am_tg
ታዲያ እነዚህን ክርስቲያኖቜ እንደምናደንቃ቞ው ልንገልጜላ቞ውና ልናበሚታታ቞ው አይገባም?
እሞኞ ኜንንእዶምን ኚነተባብዖምንዶ ኣይግብኣናን፧
751

752
am_tg
አዎ፣ ሌሎቜን ለማበሚታታት ዚሚያስቜሏቜሁን አጋጣሚዎቜ ፈልጉ።
እወ፡ ንዝሚኞብካዮ ኣጋጣሚ ንኻልኊት ንምትብባዕ ተጠቐመሉ።
753
tg_am
እወ፡ ንዝሚኞብካዮ ኣጋጣሚ ንኻልኊት ንምትብባዕ ተጠቐመሉ።
አዎ፣ ሌሎቜን ለማበሚታታት ዚሚያስቜሏቜሁን አጋጣሚዎቜ ፈልጉ።
754
am_tg
ወንድሞቻቜንን እንድናደንቅ ዚሚያደርግ ነገር ካስተዋልን ይህን ኚማድሚግ ወደኋላ ዚምንልበት ምን ምክንያት አለ?
ሓደ ሰብ ዜንእድ ነገር ኪገብር እንተ ርኢና ንንኣዶ።
755

756
am_tg
ጳውሎስና በርናባስ፣ በጵስድያ በምትገኘው አንጟኪያ በነበሩበት ጊዜ ያጋጠማ቞ውን ነገር እንመልኚት።
ጳውሎስን በርናባስን ኣብ ኣንጟክያ ናይ ጲሲድያ ኣብ ዝነበሩሉ እዋን እንታይ ኹም ዘጋጠመ እሞ ንርአ።
757

758
am_tg
በዚያ ዹነበሹው ምኩራብ አለቆቜ ወንድሞቜ ሆይ፣ ሕዝቡን ዚሚያበሚታታ ዚምትናገሩት ቃል ካላቜሁ ተናገሩ አሏ቞ው።
መራሕቲ እቲ ኣብኡ ዝነበሹ ምኵራብ ንዓታቶም፡ ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ንህዝቢ ዚንገር ገለ ዜተባብዕ ቃል እንተ ኣልዩኩም፡ ንገሩ በልዎም።
759

760
am_tg
በምላሹም ጳውሎስ ግሩም ንግግር ሰጣ቞ው።
ጳውሎስ ኚኣ ጜቡቕ መደሹ ሃበ።
761
tg_am
ጳውሎስ ኚኣ ጜቡቕ መደሹ ሃበ።
በምላሹም ጳውሎስ ግሩም ንግግር ሰጣ቞ው።
762
am_tg
እኛም ሌሎቜን ዚሚያበሚታታ ነገር መናገር ዚምንቜል ኹሆነ ለምን ዝም እንላለን?
ንሕና እውን ዜተባብዕ ቃል ክንዛሚብ ንኜእል እንተ ዄንና፡ ስለምንታይ ዘይንዛሚብ፧
763

764
am_tg
ሌሎቜን ዚማበሚታታት ልማድ ካለን እነሱም በምላሹ ያበሚታቱናል።
ንኻልኊት ናይ ምትብባዕ ልማድ እንተ ኣጥሪና፡ ካልኊት እውን ብግዲኊም ኬተባብዑና እዮም።
765

766
am_tg
ጊዜያቜን ዚተጣበበ ቢሆንም ሁላቜንም ለግል ጥናትና ለቀተሰብ አምልኮ ጊዜ መመደብ ይኖርብናል።
ብእተፈላለዚ ነገራት ትሑዛት እኳ እንተ ዀንና፡ ንብሕታዊ መጜናዕትን ንኣምልኟ ስድራ ቀትን ግዜ ኜንምድብ ኣሎና።
767

768
am_tg
ይሁንና ግባቜን በጥናቱ ወቅት ዹተወሰኑ ገጟቜን መሾፈን ወይም በስብሰባዎቜ ላይ ዹምንሰጠውን ሐሳብ መዘጋጀት ብቻ መሆን ዚለበትም።
ሞቶና ገሊኡ ገጻት ንምሜፋን ወይ ኣብ ኣኌባታት ንምስታፍ ዜድልዚና ሓሳባት ንምድላው ጥራይ ኪኞውን ዚብሉን።
769

770
am_tg
ዹአምላክ ቃል ልባቜንን እንዲነካውና እምነታቜንን እንዲያጠናክሚው ማድሚግ እንፈልጋለን።
ዚግዳስ፡ ቃል ኣምላኜ ንልብና ኺትንክዮን ንእምነትና ኌደልድላን ንደሊ ኢና።
771

772
am_tg
በመሆኑም በምናጠናበት ጊዜ ሌሎቜ ስለሚያስፈልጓ቞ው ነገሮቜ ብቻ ሳይሆን እኛ ራሳቜን ስለሚያስፈልገን ነገር ማሰብ አለብን።
ነዚ ሞቶ እዚ ንምውቃዕ፡ መጜናዕቲ ኣብ እንገብሚሉ እዋን፡ ኣብ መንጎ እቲ ንኻልኊት ዜድልዮም ነገራትን ንዓና ብመንፈሳዊ መዳይ ዜድልዚና ነገራትን ሚዛንና ኜንሕሉ ኣሎና።
773

774
am_tg
ለአገልግሎት፣ ለስብሰባዎቜ ወይም ንግግር ለማቅሚብ ስንዘጋጅ ትምህርቱን እኛ ራሳቜን እንዎት ተግባራዊ እንደምናደርገው ላናስብ እንቜላለን።
ንኣገልግሎት፡ ንኣኌባታት፡ ወይ ንመደሹ ኣብ እንዳለወሉ እዋን እነንብቊ ነገራት፡ ብብሕቲ ኾይዓዹናሉ ኜንተርፍ ንኜእል ኢና።
775

776
am_tg
ነጥቡን በምሳሌ ለማስሚዳትፊ ዚምግብ ዝግጅት ባለሙያ ዹሆነ ሰው ምግቡን ለሌሎቜ ኚማቅሚቡ በፊት መቅመስ ቢኖርበትም በዚህ ብቻ መኖር አይቜልም።
ነዚ ብምሳሌ ንምርዳእፊ ሓደ ኞሻኒ ነቲ ዝኾሾኖ ምግቢ ንተመገብቲ ቕድሚ ምቕራቡ ኺጥዕሞ እኳ እንተ ኣለዎ፡ በቲ በብግዜኡ ዚጥዕሞ ምግቢ ጥራይ ዓጊቡ ኺነብር ግና ኣይክእልን እዩ።
777

778
am_tg
ጀናማ መሆን ኹፈለገ ለራሱም ገንቢ ምግብ ማዘጋጀት ይኖርበታል።
ጜቡቕ ጥዕና ኺህልዎ እንተ ደልዩ፡ ንርእሱ እውን መዓዛታት ዘለዎ ምግቢ ኌዳሉ ኣለዎ።
779

780
am_tg
በተመሳሳይ እኛም መንፈሳዊ ፍላጎታቜንን ዚሚያሚካ ምግብ ለመመገብ ጥሚት ማድሚግ አለብን።
ንሕና እውን ንልብና በቲ ንዓና ብብሕቲ ዜድልዚና መንፈሳዊ ምግቢ ንምዕንጋል ኜንጜዕር ኣሎና።
781

782
am_tg
በትዳር ውስጥ ለሚፈጠሩ ቜግሮቜ መንስኀው ዚትዳር ጓደኛሞቜ ኚእውነታው ዚራቁ ነገሮቜን መጠበቃቾው ሊሆን ይቜላል።
ገሊኩም ሰብ ሓዳር ዘይኹውን ትጜቢት ብምሕዳሮም፡ ጞገማት ዚጋጥሞም እዩ።
783

784
am_tg
አንድ ሰው ትዳሩ አስደሳቜ እንደሚሆን ተስፋ አድርጎ ይህ እውን ሳይሆን ሲቀር እርካታ ሊያጣ፣ እንደተታለለ ሊሰማው አልፎ ተርፎም በምሬት ሊዋጥ ይቜላል።
ሓደ ሰብ ብዛዕባ ዜሐጕስ ሓዳር ዝነበሮ ትምኒት ኹም ዝሓሰቩ ኾይኰነ ምስ ሚኞቊ፡ ዕግበት ኪስእንን እተታለለ ዀይኑ ኺስምዖን ኪማሚርን ይኜእል እዩ።
785

786
am_tg
ባልና ሚስት ስሜታ቞ውን ዚሚገልጹበት መንገድ ተመሳሳይ አለመሆኑ ወይም በመካኚላ቞ው ዚአስተዳደግ ልዩነት መኖሩ ቜግሮቜ እንዲኚሰቱ ሊያደርግ ይቜላልፀ አሊያም ደግሞ ኚገንዘብ፣ ኚአማቶቜ ወይም ኹልጅ አስተዳደግ ጋር በተያያዘ አለመግባባት ሊፈጠር ይቜላል።
ኣብ ተፈጥሮኣዊ ባህርያትናን ኣተዓባብያናን ዘሎ ፍልልይ ድማ ነገር ኪፈጥር፡ ወይ እውን ብገንዘብን ብእንዳ ኣሕሙን ብኣተዓባብያ ቘልዑን ግጭት ኪልዓል ይኜእል እዩ።
787

788
am_tg
ይሁንና አብዛኞቹ ክርስቲያን ባለትዳሮቜ ዹአምላክን መመሪያ ስለሚኚተሉ፣ ለእነዚህ ቜግሮቜ ሁለቱንም ወገኖቜ ዚሚያስማሙ መፍትሔዎቜን ማግኘት ቜለዋልፀ ይህም ዚሚያስመሰግና቞ው ነው።
ይኹን እምበር፡ መብዛሕትኊም ክርስትያን ሰብ ሓዳር ብኣምላኜ ኪምርሑ ፍቓደኛታት ብምዃኖም፡ ንዅሉ እዚ ጞገማት እዚ ኞኣ ክልቲኊም ዚቕበልዎ ፍታሕ ይገብሩሉ ብምህላዎም ኪንኣዱ ይግብኊም።
789

790
am_tg
በትዳራ቞ው ውስጥ ኚባድ ቜግር ያጋጠማ቞ው ባለትዳሮቜ፣ ሜማግሌዎቜ እንዲሚዷ቞ው መጠዹቅ አለባ቞ው።
ኚቢድ ጞገማት ዘለዎም ክርስትያን ሰብ ሓዳር፡ ካብ ሜማግለታት ሓገዝ ኪደልዩ ኣለዎም።
791

792
am_tg
ተሞክሮ ያላ቞ው እነዚህ ወንድሞቜ፣ ባለትዳሮቜ በአምላክ ቃል ውስጥ ዹሚገኘውን ምክር ተግባራዊ እንዲያደርጉ ሊሚዷ቞ው ይቜላሉ።
እቶም ምኩራት ኣሕዋት ኚኣ ነቶም ሰብ ሓዳር፡ ኣብ ቃል ኣምላኜ ዚርኚብ ምኜሪ ንምትግባር ኪሕግዝዎም ይኜእሉ እዮም።
793

794
am_tg
በትዳር ውስጥ ዚሚፈጠሩ ቜግሮቜን ለመፍታት ስንጥር፣ ይሖዋ መንፈሱን እንዲሰጠን እንዲሁም ዚመጜሐፍ ቅዱስን መሠሚታዊ ሥርዓቶቜ በተግባር ለማዋልና ዚመንፈስ ፍሬ ለማፍራት እንዲሚዳን መጾለይም ይኖርብናል።
ብተወሳኺ፡ ኣብ ሓዳር ዜጋጥም ጞገማት ንምፍታሕ፡ ዹሆዋ መንፈሱ ምእንቲ ኺህበና፡ መጜሓፍ ቅዱሳዊ ስርዓታቱ ኣብ ግብሪ ንምውዓልን ፍሹ መንፈስ ንምፍራይን ድማ ምእንቲ ኺሕግዘና ኜንጜሊ ኣሎና።
795

796
am_tg
ኢዚሱስ አገልግሎቱን ለማኹናወን ያለው ጊዜ ውስን ነበር።
ዚሱስ ንኣገልግሎቱ ንምፍጻም ውሱን ግዜ እዩ ነይርዎ።
797
tg_am
ዚሱስ ንኣገልግሎቱ ንምፍጻም ውሱን ግዜ እዩ ነይርዎ።
ኢዚሱስ አገልግሎቱን ለማኹናወን ያለው ጊዜ ውስን ነበር።
798
am_tg
ሆኖም ለምሥራቹ ጥሩ ምላሜ ዚሰጡ ሰዎቜን ፍላጎት ለማሳደግ ጊዜ መድቧል።
ይኹን እምበር፡ ግዜ ወሲዱ ነቲ ሰባት ብዛዕባ እቲ ብስራት ዘለዎም ተገዳስነት ይዅስኵስ ነይሩ እዩ።
799