Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
60,200
am_tg
የላከኝ አብ ካልሳበው በቀር ወደ እኔ ሊመጣ የሚችል ሰው የለም፤ እኔም በመጨረሻው ቀን ከሞት አስነሳዋለሁ።
እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦይ ዚስሕቦ እንተ ዘይኰይኑ፡ ናባይ ኪመጽእ ዚኽእል የልቦን፣ ኣነ ድማ በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እየ።
60,201
tg_am

60,202
am_tg
ነቢያት በጻፏቸው ጽሑፎች ላይ ‘ሁሉም ከይሖዋ የተማሩ ይሆናሉ’ ተብሎ ተጽፏል። ከአብ የሰማና የተማረ ሁሉ ወደ እኔ ይመጣል።
ኣብ ነብያት፡ ‘ኵላቶም ብየሆዋ ኺምሃሩ እዮም’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ። እቲ ኻብ ኣቦ ዝሰምዐን እተማህረን ዘበለ፡ ናባይ ይመጽእ።
60,203

60,204
am_tg
ከአምላክ ዘንድ ከመጣው በስተቀር አብን ያየ አንድም ሰው የለም፤ እሱ አብን አይቶታል።
ብዘይካ እቲ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ፡ ንኣቦ ዝረኣዮ የልቦን፣ ንሱ ንኣቦ ርእይዎ እዩ።
60,205

60,206
am_tg
እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ የሚያምን ሁሉ የዘላለም ሕይወት አለው።
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ እቲ ዚኣምን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ።
60,207

60,208
am_tg
“ሕይወት የሚያስገኘው ምግብ እኔ ነኝ።
“እንጌራ ህይወት ኣነ እየ።
60,209
tg_am
“እንጌራ ህይወት ኣነ እየ።
“ሕይወት የሚያስገኘው ምግብ እኔ ነኝ።
60,210
am_tg
አባቶቻችሁ በምድረ በዳ መና በሉ፤ ይሁን እንጂ ሞቱ።
ኣቦታትኩም ኣብ በረኻ ማና በሊዖም እዮም፣ ግናኸ ሞይቶም እዮም።
60,211

60,212
am_tg
ከሰማይ የወረደውን ምግብ የሚበላ ሁሉ ግን አይሞትም።
ካብኡ ዚበልዕ ዘበለ ምእንቲ ኸይመውት፡ ካብ ሰማይ ዝወረደ እንጌራ እዚ እዩ።
60,213

60,214
am_tg
ከሰማይ የወረደው ሕያው ምግብ እኔ ነኝ። ከዚህ ምግብ የሚበላ ሁሉ ለዘላለም ይኖራል፤ ምግቡ ደግሞ ለዓለም ሕይወት ስል የምሰጠው ሥጋዬ ነው።”
እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ እንጌራ ህይወት ኣነ እየ። ካብዚ እንጌራ እዚ ዚበልዕ ዘበለ ንዘለኣለም ኪነብር እዩ፣ እዚ ኣነ ምእንቲ ህይወት ዓለም ዝህቦ እንጌራ ኸኣ ስጋይ እዩ።”
60,215

60,216
am_tg
አይሁዳውያንም “ይህ ሰው እንዴት ሥጋውን እንድንበላ ሊሰጠን ይችላል?” በማለት እርስ በርሳቸው ይከራከሩ ጀመር።
ሽዑ፡ ኣይሁድ፡ “እዝስ ስጋኡ ኽንበልዕ፡ ከመይ ገይሩ ኺህበና ይኽእል፧” ኢሎም ንሓድሕዶም ተኻትዑ።
60,217

60,218
am_tg
በመሆኑም ኢየሱስ እንዲህ አላቸው፦ “እውነት እውነት እላችኋለሁ፣ የሰውን ልጅ ሥጋ ካልበላችሁና ደሙን ካልጠጣችሁ በራሳችሁ ሕይወት የላችሁም።
የሱስ ድማ ከምዚ በሎም፦ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ስጋ ወዲ ሰብ እንተ ዘይበሊዕኩም፡ ደሙ እውን እንተ ዘይሰቲኹም፡ ብርእስኹም ህይወት የብልኩምን።
60,219

60,220
am_tg
ሥጋዬን የሚበላና ደሜን የሚጠጣ ሁሉ የዘላለም ሕይወት አለው፤ በመጨረሻውም ቀን ከሞት አስነሳዋለሁ፤
ስጋይ ዚበልዕ፡ ደመይ እውን ዚሰቲ፡ ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣላቶ፣ ኣነ እውን በታ ዳሕረይቲ መዓልቲ ኸተንስኦ እየ፣
60,221

60,222
am_tg
ሥጋዬ እውነተኛ ምግብ፣ ደሜም እውነተኛ መጠጥ ነውና።
ስጋይሲ ናይ ሓቂ ምግቢ እዩ፡ ደመይ ከኣ ናይ ሓቂ መስተ እዩ።
60,223
tg_am
ስጋይሲ ናይ ሓቂ ምግቢ እዩ፡ ደመይ ከኣ ናይ ሓቂ መስተ እዩ።
ሥጋዬ እውነተኛ ምግብ፣ ደሜም እውነተኛ መጠጥ ነውና።
60,224
am_tg
ሥጋዬን የሚበላና ደሜን የሚጠጣ ሁሉ ከእኔ ጋር አንድነት ይኖረዋል፤ እኔም ከእሱ ጋር አንድነት ይኖረኛል።
እቲ ስጋይ ዚበልዕ፡ ደመይ እውን ዚሰቲ ምሳይ ሓድነት ይህልዎ፣ ኣነ እውን ምስኡ ሓድነት ይህልወኒ።
60,225

60,226
am_tg
ሕያው የሆነው አብ እንደላከኝና እኔም ከእሱ የተነሳ በሕይወት እንደምኖር ሁሉ የእኔን ሥጋ የሚበላም ከእኔ የተነሳ በሕይወት ይኖራል።
ከምቲ ህያው ኣቦ ዝለኣኸኒ እሞ፡ ኣነ ሳላ ኣቦ ብህይወት ዝነብር ዘለኹ፡ እቲ ዚበልዓኒ እውን ሳላይ ብህይወት ኪነብር እዩ።
60,227

60,228
am_tg
ከሰማይ የወረደው ምግብ ይህ ነው። ይህም አባቶቻችሁ በበሉበት ጊዜ እንደነበረው አይደለም፤ እነሱ ቢበሉም እንኳ ሞተዋል። ይህን ምግብ የሚበላ ሁሉ ግን ለዘላለም ይኖራል።”
እቲ ኻብ ሰማይ ዝወረደ እንጌራ እዚ እዩ። ከምቲ ኣቦታትኩም ዝበልዕዎ፡ ግናኸ ዝሞቱ ኣይኰነን። እቲ ነዚ እንጌራ እዚ ዚበልዕ፡ ንዘለኣለም ብህይወት ኪነብር እዩ።”
60,229

60,230
am_tg
ይህን የተናገረው በቅፍርናሆም በምኩራብ እያስተማረ ሳለ ነበር።
ኣብ ቅፍርናሆም፡ ኣብ ምኵራብ ኪምህር ከሎ እዩ እዚ ዝበለ።
60,231
tg_am
ኣብ ቅፍርናሆም፡ ኣብ ምኵራብ ኪምህር ከሎ እዩ እዚ ዝበለ።
ይህን የተናገረው በቅፍርናሆም በምኩራብ እያስተማረ ሳለ ነበር።
60,232
am_tg
ከደቀ መዛሙርቱ ብዙዎቹ ይህን ሲሰሙ “ይህ የሚሰቀጥጥ ንግግር ነው፤ ማን ሊሰማው ይችላል?” አሉ።
ብዙሓት ካብ ደቀ መዛሙርቱ ነዚ ምስ ሰምዑ፡ “እዚ ዘረባ እዝስ ዜሰምብድ እዩ፣ መን ኪሰምዖ ይኽእል፧” በሉ።
60,233

60,234
am_tg
ኢየሱስ ግን ደቀ መዛሙርቱ ስለዚህ ጉዳይ እያጉረመረሙ እንዳሉ ስለገባው እንዲህ አላቸው፦ “ይህ ያሰናክላችኋል?
የሱስ ድማ፡ ደቀ መዛሙርቱ ብዛዕባ እዚ የጕረምርሙ ኸም ዝነበሩ ብልቡ ፈሊጡ፡ “እዚዶ ይዕንቅፈኩም እዩ፧
60,235

60,236
am_tg
ታዲያ የሰው ልጅ ቀድሞ ወደነበረበት ሲወጣ ብታዩ ምን ልትሉ ነው?
ወዲ ሰብ ናብቲ ቐደም ዝነበሮ ኺድይብ ከሎ እንተ ትርእዩ ደኣ፡ እንታይ ምበልኩም፧
60,237

60,238
am_tg
ሕይወትን የሚሰጠው መንፈስ ነው፤ ሥጋ ምንም አይጠቅምም። እኔ የነገርኳችሁ ቃል መንፈስም ሕይወትም ነው።
መንፈስ እዩ ህያው ዚገብር፣ ስጋስ ገለ እኳ ኣይጠቅምን እዩ። እዘን እተዛረብኩኹም ቃላት፡ መንፈስ እየን፡ ህይወት እውን እየን።
60,239

60,240
am_tg
ነገር ግን ከእናንተ መካከል የማያምኑ አንዳንዶች አሉ።” ኢየሱስ ይህን ያለው የማያምኑት እነማን እንደሆኑና ማን አሳልፎ እንደሚሰጠው ከመጀመሪያው ያውቅ ስለነበረ ነው።
ገለ ኻባኻትኩም ግና ዘይኣምኑ ኣለዉ” በሎም። ምኽንያቱ፡ የሱስ፡ እቶም ዘይኣምኑ መን ምዃኖም፡ እቲ ኣሕሊፉ ዚህቦ እውን መን ምዃኑ፡ ካብ መጀመርታ ኣትሒዙ ፈሊጡ ነበረ።
60,241

60,242
am_tg
ከዚያም “አብ ካልፈቀደለት በቀር ወደ እኔ ሊመጣ የሚችል የለም ያልኳችሁ ለዚህ ነው” አላቸው።
ኣስዒቡ ኸኣ፡ “ስለዚ ድማ እየ፡ ‘እቲ ኻብ ኣቦ እተዋህቦ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ናባይ ኪመጽእ ዚኽእል የልቦን’ ዝበልኩኹም” በሎም።
60,243

60,244
am_tg
ከዚህም የተነሳ ከደቀ መዛሙርቱ ብዙዎቹ ትተውት ወደነበረው ነገር ተመለሱ፤ ከዚያን ጊዜ ጀምሮም እሱን መከተላቸውን አቆሙ።
ብሰንኪ እዚ፡ ብዙሓት ካብ ደቀ መዛሙርቱ ንድሕሪት ተመልሱ፡ ደጊም እውን ምስኡ ኣይተመላለሱን።
60,245

60,246
am_tg
በዚህ ጊዜ ኢየሱስ አሥራ ሁለቱን “እናንተም መሄድ ትፈልጋላችሁ?” አላቸው።
ስለዚ፡ የሱስ ነቶም ዓሰርተው ክልተ፡ “ንስኻትኩምከ ኽትከዱዶ ትደልዩ ኢኹም፧” በሎም።
60,247

60,248
am_tg
ስምዖን ጴጥሮስም እንዲህ ሲል መለሰለት፦ “ጌታ ሆይ፣ ወደ ማን እንሄዳለን? አንተ የዘላለም ሕይወት ቃል አለህ።
ስምኦን ጴጥሮስ ከኣ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ናይ ዘለኣለማዊ ህይወት ቃል ኣሎካ፡ ናብ መን እሞ ኽንከይድ፧
60,249

60,250
am_tg
አንተ የአምላክ ቅዱስ አገልጋይ እንደሆንክ አምነናል፤ ደግሞም አውቀናል።”
ንስኻ ናይ ኣምላኽ ቅዱስ ምዃንካ ኣሚንናን ፈሊጥናን ኣለና” ኢሉ መለሰሉ።
60,251

60,252
am_tg
ኢየሱስም መልሶ “አሥራ ሁለታችሁንም የመረጥኳችሁ እኔ አይደለሁም? ይሁንና ከመካከላችሁ አንዱ ስም አጥፊ ነው” አላቸው።
የሱስ ድማ፡ “ኣነስ ንዓሰርተው ክልቴኹም ደይኰንኩን ሓርየኩም፧ ሓደ ኻባኻትኩም ግና ሓማዪ እዩ” ኢሉ መለሰ።
60,253

60,254
am_tg
ይህን ሲል የአስቆሮቱ ስምዖን ልጅ ስለሆነው ስለ ይሁዳ መናገሩ ነበር፤ ምክንያቱም ይሁዳ ከአሥራ ሁለቱ አንዱ ቢሆንም አሳልፎ የሚሰጠው እሱ ነበር።
ብዛዕባ ይሁዳ ወዲ ስምኦን ኣስቆሮታዊ እዩ ዚዛረብ ዝነበረ፣ ንሱስ ሓደ ኻብቶም ዓሰርተው ክልተ እኳ እንተ ነበረ፡ ኣሕሊፉ ዚህቦ ነበረ።
60,255

60,256
am_tg
12  ደግሞም ኢየሱስ ሰዎቹን እንዲህ አላቸው፦ “እኔ የዓለም ብርሃን ነኝ። እኔን የሚከተል ሁሉ በምንም ዓይነት በጨለማ አይሄድም፤ ከዚህ ይልቅ የሕይወት ብርሃን ያገኛል።”
12  ሽዑ፡ የሱስ፡ “ኣነ ብርሃን ዓለም እየ። እቲ ዚስዕበኒ ብርሃን ህይወት ኪህልዎ እምበር፡ ብጸልማት ከቶ ኣይኪመላለስን እዩ” ኢሉ ኸም ብሓድሽ ተዛረቦም።
60,257

60,258
am_tg
ፈሪሳውያንም “አንተ ስለ ራስህ ትመሠክራለህ፤ ምሥክርነትህም እውነት አይደለም” አሉት።
ፈሪሳውያን ከኣ፡ “ንስኻ ብዛዕባ ርእስኻ ትምስክር ኣለኻ፣ ምስክርነትካ ሓቂ ኣይኰነን” በልዎ።
60,259

60,260
am_tg
ኢየሱስም መልሶ እንዲህ አላቸው፦ “ስለ ራሴ ብመሠክር እንኳ ከየት እንደመጣሁና ወዴት እንደምሄድ ስለማውቅ ምሥክርነቴ እውነት ነው። እናንተ ግን ከየት እንደመጣሁና ወዴት እንደምሄድ አታውቁም።
የሱስ ድማ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኣነ ብዛዕባ ርእሰይ እኳ እንተ መስከርኩ፡ ካበይ ከም ዝመጻእኩን ናበይ ከም ዝኸይድን ስለ ዝፈልጥ፡ ምስክርነተይ ሓቂ እዩ። ንስኻትኩም ግና ካበይ ከም ዝመጻእኩን ናበይ ከም ዝኸይድን ኣይትፈልጡን ኢኹም።
60,261

60,262
am_tg
እናንተ በሥጋዊ አስተሳሰብ ትፈርዳላችሁ፤ እኔ በማንም ላይ አልፈርድም።
ንስኻትኩም ብስጋ ኢኹም እትፈርዱ፣ ኣነስ ንሓደ እኳ ኣይፈርድን እየ።
60,263

60,264
am_tg
እኔ ብፈርድ እንኳ ፍርዴ እውነተኛ ነው፤ ምክንያቱም የምፈርደው ብቻዬን አይደለም፤ ከዚህ ይልቅ የላከኝ አብ ከእኔ ጋር ነው።
ግናኸ፡ እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦይ ምሳይ እዩ እምበር፡ ኣነ በይነይ ስለ ዘይኰንኩ፡ እንተ ፈሪደ፡ ፍርደይ ሓቂ እዩ።
60,265

60,266
am_tg
በሕጋችሁም ላይ ‘የሁለት ሰዎች ምሥክርነት እውነት ነው’ ተብሎ ተጽፏል።
ኣብ ሕግኹም እውን፡ ‘ምስክርነት ክልተ ሰብ ሓቂ እዩ’ ዚብል ጽሑፍ ኣሎ።
60,267

60,268
am_tg
ስለ ራሴ የምመሠክር አንዱ እኔ ነኝ፤ ደግሞም የላከኝ አብ ስለ እኔ ይመሠክራል።”
ብዛዕባ ርእሰይ ዝምስክር ኣነ እየ፣ እቲ ዝለኣኸኒ ኣቦ እውን ብዛዕባይ ይምስክር እዩ።”
60,269

60,270
am_tg
በዚህ ጊዜ “አባትህ የት ነው?” አሉት። ኢየሱስም “እናንተ እኔንም ሆነ አባቴን አታውቁም። እኔን ብታውቁኝ ኖሮ አባቴንም ባወቃችሁት ነበር” ሲል መለሰላቸው።
ሽዑ፡ “ኣቦኻኸ ኣበይ ኣሎ፧” በልዎ። የሱስ ድማ፡ “ንዓይ ወይስ ንኣቦይ ኣይትፈልጡናን ኢኹም። ንዓይ እንተ ትፈልጡንስ፡ ንኣቦይ እውን ምፈለጥኩምዎ ኔርኩም” ኢሉ መለሰ።
60,271

60,272
am_tg
ኢየሱስ ይህን የተናገረው በቤተ መቅደስ፣ ግምጃ ቤቱ አካባቢ ሆኖ ሲያስተምር ነበር። ሆኖም ሰዓቱ ገና ስላልደረሰ ማንም አልያዘውም።
ኣብ ቤተ መቕደስ፡ ኣብ ጥቓ መመጽወቲ ዀይኑ እዩ እዚ ቓላት እዚ ዝበለ። ግናኸ፡ ግዜኡ ገና ስለ ዘይኣኸለ፡ ሓደ እኳ ኣይሓዞን።
60,273

60,274
am_tg
ኢየሱስም እንደገና “እኔ እሄዳለሁ፤ እናንተም ትፈልጉኛላችሁ፤ ይሁንና ኃጢአተኛ እንደሆናችሁ ትሞታላችሁ። እኔ ወደምሄድበት ልትመጡ አትችሉም” አላቸው።
ስለዚ፡ ከም ብሓድሽ፡ “ኣነ እኸይድ ኣለኹ፣ ክትደልዩኒ፡ ግናኸ ብሓጢኣትኩም ክትሞቱ ኢኹም። ናብቲ ኣነ ዝኸዶ፡ ንስኻትኩም ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም” በሎም።
60,275

60,276
am_tg
አይሁዳውያኑም “‘እኔ ወደምሄድበት ልትመጡ አትችሉም’ የሚለው ራሱን ሊገድል አስቦ ይሆን እንዴ?” አሉ።
ኣይሁድ ከኣ፡ “‘ናብቲ ኣነ ዝኸዶ፡ ንስኻትኩም ክትመጹ ኣይትኽእሉን ኢኹም’ ዚብልሲ፡ ርእሱዶ ኪቐትል ኰይኑ፧” በሉ።
60,277

60,278
am_tg
እሱም እንዲህ አላቸው፦ “እናንተ ከምድር ናችሁ፤ እኔ ከላይ ነኝ። እናንተ ከዚህ ዓለም ናችሁ፤ እኔ ከዚህ ዓለም አይደለሁም።
ንሱ ድማ፡ “ንስኻትኩም ካብ ታሕቲ ኢኹም፣ ኣነ ኻብ ላዕሊ እየ። ንስኻትኩም ካብዛ ዓለም እዚኣ ኢኹም፣ ኣነ ኻብዛ ዓለም እዚኣ ኣይኰንኩን።
60,279

60,280
am_tg
በኃጢአታችሁ ትሞታላችሁ ያልኳችሁ ለዚህ ነው። እኔ እሱ እንደሆንኩ ካላመናችሁ በኃጢአታችሁ ትሞታላችሁ።”
ኣነ ንሱ ምዃነይ እንተ ዘይኣሚንኩም፡ ብሓጢኣትኩም ክትሞቱ ኢኹም እሞ፡ ስለዚ እየ፡ ‘ብሓጢኣትኩም ክትሞቱ ኢኹም’ ዝበልኩኹም” በሎም።
60,281

60,282
am_tg
እነሱም “ለመሆኑ አንተ ማን ነህ?” አሉት። ኢየሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቸው፦ “ድሮውንም እኔ ከእናንተ ጋር የምነጋገረው እንዲያው በከንቱ ነው።
ሽዑ፡ “ንስኻ መን ኢኻ፧” በልዎ። የሱስ ከኣ፡ “ስለምንታይከ እየ ምሳኻትኩም ዝዛረብ፧
60,283

60,284
am_tg
ስለ እናንተ ብዙ የምናገረው ነገር አለኝ፤ ፍርድ የምሰጥበትም ብዙ ነገር አለኝ። በመሠረቱ የላከኝ እውነተኛ ነው፤ እኔም ከእሱ የሰማሁትን ያንኑ ነገር ለዓለም እየተናገርኩ ነው።”
ብዛዕባኹም ዝዛረቦን ዝፈርዶን ብዙሕ ኣሎኒ። እቲ ዝለኣኸኒ እኳ ሓቀኛ እዩ፣ እቲ ኻብኡ ዝሰማዕክዎ ድማ ኣብ ዓለም እዛረቦ ኣለኹ” ኢሉ መለሰሎም።
60,285

60,286
am_tg
እነሱ ግን ስለ አብ እየነገራቸው እንደሆነ አልተረዱም ነበር።
ንሳቶም ግና ብዛዕባ ኣቦ ኸም እተዛረቦም ኣይፈለጡን።
60,287
tg_am
ንሳቶም ግና ብዛዕባ ኣቦ ኸም እተዛረቦም ኣይፈለጡን።
እነሱ ግን ስለ አብ እየነገራቸው እንደሆነ አልተረዱም ነበር።
60,288
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ እንዲህ አለ፦ “የሰውን ልጅ ከሰቀላችሁት በኋላ እኔ እሱ እንደሆንኩና በራሴ ተነሳስቼ አንዳች ነገር እንደማላደርግ ከዚህ ይልቅ እነዚህን ነገሮች የምናገረው ልክ አብ እንዳስተማረኝ መሆኑን ታውቃላችሁ።
ሽዑ፡ የሱስ፡ “ንወዲ ሰብ ምስ ሰቐልኩምዎ፡ ሽዑ ኣነ ንሱ ምዃነይን ካብ ርእሰይ ሓንቲ እኳ ኸም ዘይገብርን ክትፈልጡ ኢኹም፣ ግናኸ፡ ከምቲ ኣቦይ ዝመሃረኒ፡ ከምኡ እየ ዝዛረብ።
60,289

60,290
am_tg
እኔን የላከኝ ከእኔ ጋር ነው፤ ሁልጊዜ እሱን ደስ የሚያሰኘውን ስለማደርግ ብቻዬን አልተወኝም።”
እቲ ዝለኣኸኒ ኸኣ ምሳይ ኣሎ፣ ኵሉ ሳዕ ባህ ዜብሎ ስለ ዝገብር ከኣ፡ በይነይ ኣይሓድገንን እዩ” በለ።
60,291

60,292
am_tg
ይህን በተናገረ ጊዜ ብዙዎች በእሱ አመኑ።
ንሱ እዚ ኺዛረብ ከሎ፡ ብዙሓት ብእኡ ኣመኑ።
60,293
tg_am
ንሱ እዚ ኺዛረብ ከሎ፡ ብዙሓት ብእኡ ኣመኑ።
ይህን በተናገረ ጊዜ ብዙዎች በእሱ አመኑ።
60,294
am_tg
ከዚያም ኢየሱስ በእሱ ላመኑት አይሁዳውያን እንዲህ አለ፦ “ቃሌን ጠብቃችሁ ብትኖሩ በእርግጥ ደቀ መዛሙርቴ ናችሁ፤
የሱስ ከኣ ነቶም ብእኡ ዝኣመኑ ኣይሁድ፡ “ኣብ ቃለይ እንተ ጸኒዕኩም፡ ብሓቂ ደቀ መዛሙርተይ ኢኹም፣
60,295

60,296
am_tg
እውነትንም ታውቃላችሁ፤ እውነትም ነፃ ያወጣችኋል።”
ንሓቂ ኽትፈልጥዋ ኢኹም፣ እታ ሓቂ ድማ ሓራ ኸተውጽኣኩም እያ” በሎም።
60,297

60,298
am_tg
እነሱም መልሰው “እኛ የአብርሃም ዘር ነን፤ ለማንም ባሪያዎች ሆነን አናውቅም። ታዲያ አንተ ‘ነፃ ትወጣላችሁ’ እንዴት ትለናለህ?” አሉት።
ንሳቶም ከኣ፡ “ንሕና ዘርኢ ኣብርሃም ኢና፣ ንሓደ እኳ ባሮት ኴንና ኣይተገዛእናን። ከመይ ኢልካ ኢኻ፡ ‘ሓራ ኽትወጹ ኢኹም’ እትብለና ዘለኻ፧” ኢሎም መለሱሉ።
60,299