Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
60,300
am_tg
ኢዚሱስም እንዲህ ሲል መለሰላቾው፩ “እውነት እውነት እላቜኋለሁ፣ ኃጢአት ዚሚያደርግ ሁሉ ዚኃጢአት ባሪያ ነው።
ዚሱስ ድማ፡ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ሓጢኣት ዚገብር ዘበለ፡ ንሱ ባርያ ሓጢኣት እዩ።
60,301
tg_am

60,302
am_tg
ደግሞም ባሪያ በጌታው ቀት ለዘለቄታው አይኖርምፀ ልጅ ኹሆነ ግን ሁልጊዜ ይኖራል።
ባርያ ኞኣ ኣብ ቀት ንሓዋሩ ኣይነብርን እዩ፣ ወዲ ግና ንሓዋሩ ይነብር እዩ።
60,303

60,304
am_tg
ስለዚህ ወልድ ነፃ ካወጣቜሁ፣ በእርግጥ ነፃ ትሆናላቜሁ።
ስለዚ፡ ወዲ፡ ሓራ እንተ ኣውጺኡኩም፡ ብሓቂ ሓራ ኜትኰኑ ኢኹም።
60,305

60,306
am_tg
ዚአብርሃም ዘር እንደሆናቜሁ አውቃለሁ። ሆኖም ቃሌ በእናንተ ውስጥ ሥር ስለማይሰድ ልትገድሉኝ ትፈልጋላቜሁ።
ዘርኢ ኣብርሃም ምዃንኩም እፈልጥ እዚ። ቃለይ ስለ ዘይተቐበልኩም ግና፡ ክትቀትሉኒ ትደልዩ ኣለኹም።
60,307

60,308
am_tg
እኔ ኚአባ቎ ጋር ሳለሁ ያዚሁትን ነገር እናገራለሁፀ እናንተ ግን ኚአባታቜሁ ዚሰማቜሁትን ነገር ታደርጋላቜሁ።”
ኣነ ነቲ ምስ ኣቊይ ኚለኹ ዝሚኣኜዎ እዛሚብ ኣለኹ፣ ንስኻትኩም ኚኣ ነቲ ኻብ ኣቊኹም ዝሰማዕኩምዎ ትገብሩ ኣለኹም” ኢሉ መለሰሎም።
60,309

60,310
am_tg
እነሱም መልሰው “አባታቜን አብርሃም ነው” አሉት። ኢዚሱስም እንዲህ አላቾው፩ “ዚአብርሃም ልጆቜ ብትሆኑ ኖሮ አብርሃም ዚሠራውን ትሠሩ ነበር።
ንሳቶም ድማ፡ “ኣቊናስ ኣብርሃም እዩ” ኢሎም መለሱሉ። ዚሱስ ኚኣ፡ “ውሉዳት ኣብርሃም እንተ ትዀኑስ፡ ግብሪ ኣብርሃም ምገበርኩም ኔርኩም።
60,311

60,312
am_tg
እናንተ ግን ኹአምላክ ዚሰማሁትን እውነት ዚነገርኳቜሁን እኔን ልትገድሉኝ ትፈልጋላቜሁ። አብርሃም እንዲህ አላደሚገም።
ሕጂ ግና ንዓይ፡ ካብ ኣምላኜ ዝሰማዕክዎ ሓቂ ንዝነገርኩኹም ሰብ፡ ክትቀትሉኒ ትደልዩ ኣለኹም። ኣብርሃም ኹምዚ ኣይገበሚን።
60,313

60,314
am_tg
እናንተ እዚሠራቜሁ ያላቜሁት ዚአባታቜሁን ሥራ ነው።” እነሱም “እኛስ በዝሙት ዚተወለድን አይደለንምፀ እኛ አንድ አባት አለንፀ እሱም አምላክ ነው” አሉት።
ንስኻትኩምሲ ግብሪ ኣቊኹም ትገብሩ ኣለኹም” በሎም። ንሳቶም ድማ፡ “ንሕናስ ካብ ምንዝርና ኣይተወለድናን፣ ሓደ ኣቊ ኣሎና፡ ንሱ ኞኣ ኣምላኜ እዩ” በልዎ።
60,315

60,316
am_tg
ኢዚሱስ እንዲህ አላቾው፩ “አምላክ አባታቜሁ ቢሆን ኖሮ እኔ ወደዚህ ዚመጣሁት ኚእሱ ዘንድ ስለሆነ በወደዳቜሁኝ ነበር። እሱ ላኹኝ እንጂ እኔ በራሎ ተነሳስቌ አልመጣሁም።
ዚሱስ ኹምዚ በሎም፩ “ኣነ ኻብ ኣምላኜ መጺአ እዚ ኣብዚ ዘለኹ እሞ፡ ኣምላኜ ኣቊኹም እንተ ዚኞውንሲ፡ ንዓይ መፍቀርኩምኒ ኔርኩም። ንሱ ደኣ እዩ ልኢኹኒ እምበር፡ ኣነስ ብርእሰይ ኣይመጻእኩን።
60,317

60,318
am_tg
እዚተናገርኩት ያለው ነገር ዚማይገባቜሁ ለምንድን ነው? ቃሌን መስማት ስለማትቜሉ ነው።
ስለምንታይ ኢኹም ዝዛሹቩ ዘለኹ ዘይትርድኡ፧ ቃለይ ክትሰምዑ ስለ ዘይትኜእሉ ኢኹም።
60,319

60,320
am_tg
እናንተ ኚአባታቜሁ ኚዲያብሎስ ናቜሁፀ ዚአባታቜሁንም ፍላጎት መፈጾም ትሻላቜሁ። እሱ በራሱ መንገድ መሄድ ኚጀመሚበት ጊዜ አንስቶ ነፍሰ ገዳይ ነበርፀ በእሱ ዘንድ እውነት ስለሌለ በእውነት ውስጥ ጞንቶ አልቆመም። ውሞታምና ዚውሞት አባት ስለሆነ ውሞት ሲናገር ኚራሱ አመንጭቶ ይናገራል።
ንስኻትኩም ካብቲ ኣቊኹም ድያብሎስ ኢኹም፣ ትምኒት ኣቊኹም ክትገብሩ እውን ትደልዩ ኣለኹም። ንሱ ኻብ መጀመርታ ቐታል ነፍሲ እዩ፣ ሓቂ ኣብኡ ስለ ዘዹልቩ እውን፡ ኣብ ሓቂ ኣይጞንዐን። ሓሳውን ኣቊ ሓሶትን ስለ ዝዀነ፡ ሓሶት ኪዛሚብ ኚሎ፡ ካብ ርእሱ እዩ ዚዛሚብ።
60,321

60,322
am_tg
በሌላ በኩል ግን እኔ እውነትን ስለምናገር አታምኑኝም።
ኣነ ሓቂ ስለ ዝነግር ግና፡ ኣይትኣምኑንን።
60,323
tg_am
ኣነ ሓቂ ስለ ዝነግር ግና፡ ኣይትኣምኑንን።
በሌላ በኩል ግን እኔ እውነትን ስለምናገር አታምኑኝም።
60,324
am_tg
ኚመካኚላቜሁ እኔን ኃጢአት ሠርተሃል ብሎ በማስሚጃ ሊወነጅለኝ ዚሚቜል ማን ነው? ዹምናገሹው እውነት ኹሆነ ደግሞ ዚማታምኑኝ ለምንድን ነው?
ካባኻትኩም ብሓጢኣት ዚሚትዓኒ መን ኣሎ፧ ሓቂ ዝዛሚብ ካብ ኰንኩኞ፡ ስለምንታይ ደኣ ዘይትኣምኑኒ፧
60,325

60,326
am_tg
ኹአምላክ ዹሆነ ዹአምላክን ቃል ይሰማል። እናንተ ግን ኹአምላክ ስላልሆናቜሁ አትሰሙም።”
እቲ ኻብ ኣምላኜ ዝዀነ ንቓል ኣምላኜ ይሰምዕ እዩ። ንስኻትኩም ግና ካብ ኣምላኜ ስለ ዘይኰንኩም፡ ስለዚ ኢኹም ዘይትሰምዑ።”
60,327

60,328
am_tg
አይሁዳውያኑም መልሰው “‘አንተ ሳምራዊ ነህፀ ደግሞም ጋኔን አድሮብሃል’ ማለታቜን ትክክል አይደለም?” አሉት።
ኣይሁድ ኚኣ፡ “‘ሳምራዊ ኢኻ፡ ጋኔን እውን ኣሎካ’ ምባልናስ ቅኑዕ ደይኰነን፧” ኢሎም መለሱሉ።
60,329

60,330
am_tg
ኢዚሱስም እንዲህ ሲል መለሰ፩ “እኔ አባ቎ን አኚብራለሁ እንጂ ጋኔን ዚለብኝምፀ እናንተ ግን ታቃልሉኛላቜሁ።
ዚሱስ ድማ፡ “ኣነስ ንኣቊይ ደኣ አኜብሮ ኣለኹ እምበር፡ ጋኔንሲ ዚብለይን፣ ንስኻትኩም ኚኣ ተሕስሩኒ ኣለኹም።
60,331

60,332
am_tg
እኔ ለራሎ ክብር እዚፈለግኩ አይደለምፀ ይሁንና ይህን ዹሚፈልግና ዚሚፈርድ አለ።
ኣነ ግና ንርእሰይ ክብሪ ኣይደልን እዚ፣ ዚደልን ዚፈርድን ግና ኣሎ።
60,333

60,334
am_tg
እውነት እውነት እላቜኋለሁ፣ ማንም ሰው ቃሌን ዚሚጠብቅ ኹሆነ ፈጜሞ ሞትን አያይም።”
ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ቃለይ ዚሕሉ እንተሎ፡ ሞት ኚቶ ኣይክርእን እዩ” ኢሉ መለሰሎም።
60,335

60,336
am_tg
አይሁዳውያኑም እንዲህ አሉትፊ “አሁን በእርግጥ ጋኔን እንዳለብህ ተሚዳን። አብርሃም ሞቷልፀ ነቢያትም ሞተዋልፀ አንተ ግን ‘ማንም ሰው ቃሌን ዚሚጠብቅ ኹሆነ ፈጜሞ ሞትን አይቀምስም’ ትላለህ።
ኣይሁድ ድማ፡ “ጋኔን ኹም ዘሎካ፡ ሕጂ ፈሊጥና። ኣብርሃም ሞይቱ እዩ፡ ነብያት እውን፣ ንስኻ ግና፡ ‘ቃለይ ዚሕሉ እንተሎ፡ ሞት ኚቶ ኣይኪጥዕምን እዩ’ ትብል ኣለኻ።
60,337

60,338
am_tg
አንተ ኹሞተው ኚአባታቜን ኚአብርሃም ትበልጣለህ እንዎ? ነቢያትም ሞተዋል። ለመሆኑ አንተ ማን ነኝ ልትል ነው?”
ካብቲ ዝሞተ ኣቊና ኣብርሃምዶ ንስኻ ትዓቢ፧ ነብያት እውን ሞይቶም እዮም። ንርእስኻ መን ትገብራ ኣለኻ፧” በልዎ።
60,339

60,340
am_tg
ኢዚሱስ እንዲህ ሲል መለሰ፩ “እኔ ራሎን ዚማኚብር ኹሆነ ክብሬ ኚንቱ ነው። እኔን ዚሚያኚብሚኝ እናንተ አምላካቜን ነው ዚምትሉት አባ቎ ነው።
ዚሱስ ኚኣ፡ “ኣነ፡ ርእሰይ እንተ ኣኜቢሚ፡ ክብሚይ ኚንቱ እዩ። ዜኜብሚንስ እቲ ንስኻትኩም ኣምላኜና እትብልዎ ኣቊይ እዩ።
60,341

60,342
am_tg
ሆኖም እናንተ አላወቃቜሁትምፀ እኔ ግን አውቀዋለሁ። አላውቀውም ብል እንደ እናንተ ውሞታም መሆኔ ነው። ይሁንና እኔ አውቀዋለሁፀ ቃሉንም እጠብቃለሁ።
ንስኻትኩም ኣይትፈልጥዎን ኢኹም፣ ኣነ ግና እፈልጊ እዚ። ‘ኣይፈልጊን’ እንተ ዝብል ኚኣ፡ ኚማኻትኩም ሓሳዊ ምዀንኩ ነይሚ። ኣነ ግና እፈልጊ፡ ቃሉ እውን እሕሉ እዚ።
60,343

60,344
am_tg
አባታቜሁ አብርሃም ቀኔን እንደሚያይ ተስፋ በማድሚግ እጅግ ተደሰተፀ አይቶትም ደስ ተሰኘ።”
ኣቊኹም ኣብርሃም መዓልተይ ኪርኢ ተስፋ ምስ ገበሚ፡ ባህ ኢልዎ፣ ርእይዋ ድማ ተሓጒሱ” ኢሉ መለሰ።
60,345

60,346
am_tg
አይሁዳውያኑም “አንተ ገና 50 ዓመት እንኳ ያልሞላህ፣ አብርሃምን አይቌዋለሁ ትላለህ?” አሉት።
ኣይሁድ ኚኣ፡ “ገና 50 ዓመት እኳ ዘይገበርካስ፡ ንኣብርሃምዶ ርኢኻዮ ኢኻ፧” በልዎ።
60,347

60,348
am_tg
ኢዚሱስም “እውነት እውነት እላቜኋለሁ፣ አብርሃም ኚመወለዱ በፊት እኔ ነበርኩ” አላ቞ው።
ዚሱስ ድማ፡ “ብሓቂ፡ ብሓቂ እብለኩም ኣለኹ፡ ኣብርሃም ኚይተወልደ፡ ኣነ ኣለኹ” በሎም።
60,349

60,350
am_tg
በዚህ ጊዜ ሊወግሩት ድንጋይ አነሱፀ ኢዚሱስ ግን ተሰወሹና ኚቀተ መቅደሱ ወጥቶ ሄደ።
ስለዚ፡ ኪድርብዩሉ ኣእማን ኣልዓሉ፣ ዚሱስ ግና ተሓብአ፡ ካብ ቀተ መቕደስ እውን ወጞ።
60,351

60,352
am_tg
ኚዚያም በአምፊጶሊስና በአጶሎንያ በኩል ተጉዘው ዚአይሁዳውያን ምኩራብ ወዳለበት ወደ ተሰሎንቄ መጡ።
ብኣምፊጶሊስን ብኣጶሎንያን ኣቢሎም ናብ ተሰሎንቄ መጹ፣ ኣብኣ እውን ምኵራብ ኣይሁድ ነበሚት።
60,353

60,354
am_tg
ጳውሎስም እንደ ልማዱ ወደ ምኩራብ ገባፀ ለሊስት ሰንበትም ኚቅዱሳን መጻሕፍት እዚጠቀሰ ኚእነሱ ጋር ተወያዚፀ
ጳውሎስ ኚኣ ኹም ልማዱ ናባታቶም ኣትዩ፡ ሰለስተ ሰንበት ምሳታቶም ብቕዱሳት ጜሑፋት ተዛራሚበ፣
60,355

60,356
am_tg
ክርስቶስ መኚራ መቀበሉና ኚሞት መነሳቱ አስፈላጊ እንደነበር ማስሚጃ እዚጠቀሰ በማብራራትና በማስሚዳት “ይህ እኔ ዚማውጅላቜሁ ኢዚሱስ እሱ ክርስቶስ ነው” አላ቞ው።
ክርስቶስ ኪስቀን ካብ ምዉታት ኪትንስእን ኹም ዚግብኊ ይገልጾሎምን እናጠቐሰ ዚሚድኊምን፡ “እዚ ዝሰብኚልኩም ዘለኹ ዚሱስ፡ ንሱ ክርስቶስ እዩ” ይብሎምን ነበሚ።
60,357

60,358
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ ኚእነሱ መካኚል አንዳንዶቹ አማኞቜ በመሆን ኚጳውሎስና ኚሲላስ ጋር ተባበሩፀ ኚግሪካውያንም መካኚል አምላክን ዚሚያመልኩ ኹፍተኛ ቁጥር ያላ቞ው ሰዎቜ እንዲሁም ቁጥራ቞ው ጥቂት ዚማይባል ዚታወቁ ሎቶቜ እንዲሁ አደሚጉ።
ገለ ኻባታቶም ኚኣ ኣሚኖም ምስ ጳውሎስን ሲላስን ሓበሩ፣ ንኣምላኜ ዜምልኹ ኣዝዮም ብዙሓት ግሪኻውያንን ብዙሓት ኣውራታት ኣንስትን እውን ኚምኡ ገበሩ።
60,359

60,360
am_tg
ሆኖም አይሁዳውያን ቅናት ስላደሚባ቞ው በገበያ ስፍራ ዚሚያውደለድሉ አንዳንድ ክፉ ሰዎቜን አሰባስበው አሳደሙፀ ኹተማዋንም በሁኚት አመሷት። ጳውሎስንና ሲላስንም አምጥተው ለሚብሻ ዹተሰበሰበው ሕዝብ ፊት ለማቅሚብ ዚያሶንን ቀት ሰብሚው ገቡ።
ኣይሁድ ግና ቀኒኊም፡ ኣብቲ ዕዳጋ ንዜውደልድሉ ገለ እኩያት ሰብኡት ወሰዱ፡ ህዝቢ ኣኪቊም ኚኣ ነታ ኾተማ ኣነዓብዋ። ኣብ ቀት ያሶን ድማ መጥቃዕቲ ፈነዉ፣ ንጳውሎስን ንሲላስን ኚኣ ናብቶም ህዝቢ ኌውጜእዎም ደለዩ።
60,361

60,362
am_tg
ባጧ቞ው ጊዜም ያሶንንና አንዳንድ ወንድሞቜን እዚጎተቱ ወስደው ዹኹተማዋ ገዢዎቜ ፊት በማቅሚብ እንዲህ እያሉ ጮኹፊ “ዓለምን ሁሉ ያናወጡት እነዚያ ሰዎቜ እዚህም መጥተዋልፀ
ምስ ሰኣንዎም፡ ንያሶንን ንገለ ኣሕዋትን ናብ ኣሕሉቕ እታ ኾተማ ወጢጊም ወሲዶም፡ “እዞም ንዓለም ዜዕገርግሩስ ናብዚ እውን መጺኊም፣
60,363

60,364
am_tg
ያሶንም በእንግድነት ተቀብሏ቞ዋል። እነዚህ ሁሉ ሰዎቜ ኢዚሱስ ዚሚባል ሌላ ንጉሥ አለ እያሉ ዚቄሳርን ሕግ ዹሚቃሹን ነገር ያደርጋሉ።”
ያሶን ኚኣ ኹም ኣጋይሜ ተቐቢልዎም ኣሎ። ኵላቶም ድማ ‘ዚሱስ ዚብሃል ካልእ ንጉስ ኣሎ’ እናበሉ፡ ምስ ትእዛዝ ቄሳር ዚጻሚር ነገር ይገብሩ ኣለዉ” እናበሉ ጚደሩ።
60,365

60,366
am_tg
ሕዝቡና ዹኹተማዋ ገዢዎቜ ይህን ሲሰሙ ተሞበሩፀ
እቶም ህዝብን እቶም ኣሕሉቕ እታ ኾተማን እዚ ምስ ሰምዑ፡ ሰምበዱ፣
60,367

60,368
am_tg
ያሶንን እና ሌሎቹን ዚዋስትና ገንዘብ እንዲያስይዙ ካደሚጓ቞ው በኋላ ለቀቋ቞ው።
ካብ ያሶንን ካብቶም ካልኊትን ዋሕስ ምስ ተቐበሉ ድማ፡ ሓደግዎም።
60,369

60,370
am_tg
ወንድሞቜም እንደመሞ ጳውሎስንና ሲላስን ወደ ቀርያ ላኳ቞ው። እነሱም እዚያ እንደደሚሱ ወደ አይሁዳውያን ምኩራብ ገቡ።
እቶም ኣሕዋት ንጳውሎስን ንሲላስን ብኡብኡ ብለይቲ ናብ ቀርያ ሰደድዎም። ኣብኣ ምስ በጜሑ ኞኣ፡ ናብ ምኵራብ ኣይሁድ ኣተዉ።
60,371

60,372
am_tg
በቀርያ ዚነበሩት አይሁዳውያን በተሰሎንቄ ኚነበሩት ይልቅ ቀና አስተሳሰብ ስለነበራ቞ው ዚሰሙት ነገር ትክክል መሆኑን ለማሚጋገጥ በዚዕለቱ ቅዱሳን መጻሕፍትን በሚገባ በመመርመር ቃሉን በታላቅ ጉጉት ተቀበሉ።
እዚኣቶም ድማ ካብቶም ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ይልብሙ ነበሩ፣ እዚ ነገር እዚ ኞምኡ እንተ ዀይኑ ኺፈልጡ፡ ቅዱሳት ጜሑፋት መዓልቲ መዓልቲ እናመርመሩ፡ ነቲ ቓል ብዅሉ ፍቓዶም ተቐበልዎ።
60,373

60,374
am_tg
ስለዚህ ኚእነሱ መካኚል ብዙዎቹ እንዲሁም ቁጥራ቞ው ጥቂት ዚማይባል ዚተኚበሩ ግሪካውያን ሎቶቜና ዹተወሰኑ ወንዶቜ አማኞቜ ሆኑ።
ስለዚ፡ ብዙሓት ካባታቶም ኣመኑ፣ ብዙሓት ሕፉራት ግሪኻውያን ኣንስትን ገለ ሰብኡትን እውን ኚምኡ ገበሩ።
60,375

60,376
am_tg
ሆኖም በተሰሎንቄ ያሉት አይሁዳውያን ጳውሎስ ዹአምላክን ቃል በቀርያም እንዳወጀ ባወቁ ጊዜ ሕዝቡን ለማነሳሳትና ለማወክ ወደዚያ መጡ።
ኣብ ተሰሎንቄ ዝነበሩ ኣይሁድ፡ ጳውሎስ ኣብ ቀርያ እውን ቃል ኣምላኜ ኹም ዝሰበኾ ምስ ፈለጡ ግና፡ ነቲ ህዝቢ ኌለዓዕሉን ኪርብሹን መጹ።
60,377

60,378
am_tg
በዚህ ጊዜ ወንድሞቜ ወዲያውኑ ጳውሎስን ወደ ባሕሩ ዳርቻ ላኩትፀ ሲላስና ጢሞ቎ዎስ ግን እዚያው ቀሩ።
ሜዑ፡ እቶም ኣሕዋት ንጳውሎስ፡ ብኡብኡ ናብ ባሕሪ ኪኞይድ ሰደድዎ፣ ሲላስን ጢሞ቎ዎስን ግና ኣብኣ ተሚፉ።
60,379

60,380
am_tg
ጳውሎስን ዚሞኙት ሰዎቜም እስኚ አ቎ንስ አደሚሱትፀ ኚዚያም ጳውሎስ ‘ሲላስና ጢሞ቎ዎስ በተቻለ ፍጥነት ወደ እኔ እንዲመጡ ንገሯ቞ው’ ዹሚል መመሪያ ሰጣ቞ውፀ ሰዎቹም ተመልሰው ሄዱ።
ግናኞ፡ እቶም ንጳውሎስ ዘሰነይዎ፡ ክሳብ ኣ቎ና ኣብጜሕዎ፣ ብዛዕባ ሲላስን ጢሞ቎ዎስን ኚኣ ቀልጢፎም ናብ ጳውሎስ ኪመጹ ትእዛዝ ምስ ተቐበሉ፡ ነቐሉ።
60,381

60,382
am_tg
ጳውሎስ በአ቎ንስ እዚጠበቃ቞ው ሳለ ኹተማዋ በጣዖት ዚተሞላቜ መሆኗን አይቶ መንፈሱ ተሚበሞ።
ጳውሎስ ኣብ ኣ቎ና ኺጜበዮም ኚሎ ድማ፡ እታ ኾተማ ብጣኊታት ተመሊኣ ምስ ሚኣዚ፡ ኣብ ውሜጡ መንፈሱ ሓሚቐ።
60,383

60,384
am_tg
ስለዚህ በምኩራብ ኚአይሁዳውያንና አምላክን ኚሚያመልኩ ሌሎቜ ሰዎቜ ጋር እንዲሁም በዚዕለቱ በገበያ ስፍራ ኚሚያገኛ቞ው ሰዎቜ ጋር ይወያይ ጀመር።
ስለዚ፡ ኣብ ምኵራብ ምስ ኣይሁድን ንኣምላኜ ምስ ዜምልኹ ኻልኊትን፡ ኵሉ መዓልቲ ድማ ኣብ ዕዳጋ ምስ ዝሹኾቩም ይዛራሚብ ነበሚ።
60,385

60,386
am_tg
ሆኖም ኚኀፊቆሮስና ኚኢስጊይክ ፈላስፎቜ መካኚል አንዳንዶቹ ይኚራኚሩት ጀመርፀ ሌሎቹ ደግሞ “ይህ ለፍላፊ ምን ሊያወራ ፈልጎ ነው?” ይሉ ነበር። “ስለ ባዕዳን አማልክት ዚሚያውጅ ይመስላል” ዹሚሉም ነበሩ። ይህን ያሉት ስለ ኢዚሱስና ስለ ትንሣኀ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ ያውጅ ስለነበር ነው።
ገለ ፈላስፋታት ኀጲቁሬዎስን እስጊይኮስን ግና ምስኡ ተኻትዑ፣ ገሊኣቶም ኚኣ፡ “እዚ ዓጃው እንታይ ኪብል እዩ ደልዩ፧” በሉ። ገሊኣቶም ድማ፡ “ሰባኺ ጓኖት ኣማልኜቲ ይመስል” በሉ። እዚ ዝበሉ፡ ብዛዕባ ዚሱስን ትንሳኀን ዚበስሮም ስለ ዝነበሹ እዩ።
60,387

60,388
am_tg
ስለዚህ ይዘው ወደ አርዮስፋጎስ ኚወሰዱት በኋላ እንዲህ አሉትፊ “ይህ ዚምትናገሚው አዲስ ትምህርት ምን እንደሆነ ልታስሚዳን ትቜላለህ?
ሒዞም ኚኣ ናብ ኣርዮስፋጎስ ወሰድዎ፡ “ብዛዕባ እዚ እትዛሚቊ ዘለኻ ሓድሜ ትምህርቲ ኜንፈልጥ ንኜእልዶ፧
60,389

60,390
am_tg
ምክንያቱም ለጆሯቜን እንግዳ ዹሆነ ነገር እያሰማኞን ነውፀ ይህ ነገር ምን ማለት እንደሆነ ማወቅ እንፈልጋለን።”
ንኣእዛንናስ ሓድሜ ነገር ኢኻ እተስምዓና ዘለኻ፡ እዚ እንታይ ምዃኑ ድማ ክንፈልጥ ንደሊ ኢና” ድማ በልዎ።
60,391

60,392
am_tg
ዚአ቎ንስ ሰዎቜና በዚያ ዹሚገኙ ዚባዕድ አገር ሰዎቜ ትርፍ ጊዜያ቞ውን ዚሚያሳልፉት ስለ አዳዲስ ነገሮቜ በማውራትና በመስማት ብቻ ነበር።
ኵሎም ሰብ ኣ቎ናን ኣብኣ ዚቕንዩ ጓኖትን፡ ግዜ ዕሚፍቶም ሓድሜ ነገር ኣብ ምዝራብ ወይ ኣብ ምስማዕ እንተ ዘይኰይኑ፡ ኣብ ካልእ ኣዚሕልፍዎን ነበሩ።
60,393

60,394
am_tg
በዚህ ጊዜ ጳውሎስ በአርዮስፋጎስ መካኚል ቆሞ እንዲህ አለ፩ “ዚአ቎ንስ ሰዎቜ ሆይ፣ በሁሉም ነገር ኚሌሎቜ ሰዎቜ ይበልጥ እናንተ አማልክትን እንደምትፈሩ ማዚት ቜያለሁ።
ሜዑ፡ ጳውሎስ ኣብ ማእኚል ኣርዮስፋጎስ ደው ኢሉ ኾምዚ በለ፩ “ኣቱም ሰብ ኣ቎ና፡ ብዅሉ ነገር ብዝያዳ ፍርሃት ኣማልኜቲ ኾም ዘሎኩም እርኢ ኣለኹ።
60,395

60,396
am_tg
ለአብነት ያህል፣ እዚተዘዋወርኩ ሳለሁ ዚምታመልኳ቞ውን ነገሮቜ በትኩሚት ስመለኚት ‘ለማይታወቅ አምላክ’ ዹሚል ጜሑፍ ዚተቀሚጞበት አንድ መሠዊያ አይቻለሁ። ስለዚህ ይህን ሳታውቁ ዚምታመልኩትን እኔ አሳውቃቜኋለሁ።
ንኣብነት፡ ክሓልፍ ኚለኹን እተምልኜዎ ነገር ክዕዘብ ኚለኹን፡ ‘ንዘይተፈልጠ ኣምላኜ’ ዚብል እተጻሕፎ መሰውኢ እኳ ሚኺበ እዚ። እምበኣር፡ እዚ ኞይፈለጥኩም እተምልኜዎ ዘለኹም፡ ኣነ እሰብኚልኩም ኣለኹ።
60,397

60,398
am_tg
ዓለምንና በውስጡ ያለውን ነገር ሁሉ ዹፈጠሹው አምላክ፣ እሱ ዹሰማይና ዚምድር ጌታ ስለሆነ በእጅ በተሠሩ ቀተ መቅደሶቜ ውስጥ አይኖርምፀ
እቲ ዓለምን ኣብኣ ዘሎን ዝገበሹ ኣምላኜ፡ ንሱ ጐይታ ሰማይን ምድርን ብምዃኑ፡ ብኢድ ኣብ እተሃንጞ ኣብያተ መቕደስ ኣይነብርን እዩ፣
60,399