Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
60,400
am_tg
በተጚማሪም ሕይወትንና እስትንፋስንም ሆነ ማንኛውንም ነገር ለሰው ሁሉ ዹሚሰጠው እሱ ስለሆነ ዚሚጎድለው ነገር ያለ ይመስል በሰው እጅ አይገለገልም።
ንሱ ንዅሉ፡ ህይወትን ትንፋስን ኵሉ ነገርን ዚህብ ስለ ዝዀነ እውን፡ ገለ ኾም ዚጐድሎስ ያኢ ብኢድ ሰብ ኣይግልገልን እዩ።
60,401
tg_am

60,402
am_tg
በምድር ሁሉ ላይ እንዲኖሩም ዹሰውን ወገኖቜ በሙሉ ኚአንድ ሰው ፈጠሚፀ ዚተወሰኑትን ዘመናትና ዹሰው ልጆቜ ዚሚኖሩበትንም ድንበር ደነገገፀ
ካብ ሓደ ሰብ ኣብ ልዕሊ ዅላ ገጜ ምድሪ ኺነብሩ፡ ኵሉ ህዝቢ ገይሩ እዩ፣ ምዱብ ግዜያትን ዚነብሩሉ ድዉብ ደሚትን ኚኣ ወሲኑሎም ኣሎ፣
60,403

60,404
am_tg
ይህን ያደሚገው ሰዎቜ አምላክን እንዲፈልጉትና አጥብቀው በመሻት እንዲያገኙት ብሎ ነውፀ እንዲህ ሲባል ግን እሱ ኚእያንዳንዳቜን ዚራቀ ነው ማለት አይደለም።
እዚ ድማ ንሱ ኻብ ነፍሲ ወኹፍና ዘይሹሓቐ ኜነሱ፡ ንኣምላኜ ምእንቲ ኺደልይዎ፡ ሃሰስ ኢሎም እውን እንተ ሚኞብዎ ኢሉ እዩ።
60,405

60,406
am_tg
ምክንያቱም ኚእናንተ ባለቅኔዎቜ አንዳንዶቹ ‘እኛም ዚእሱ ልጆቜ ነንና’ ብለው እንደተናገሩት ሁሉ ሕይወት ያገኘነው፣ ዚምንንቀሳቀሰውና ዹምንኖሹው በእሱ ነው።
ኚመይሲ፡ ብእኡ ኢና እንነብርን እንወሳወስን፡ ብእኡ እውን ኢና ዘለና፣ ኚምቲ ገለ ኻብ ተቐነይትኹም ዚብልዎ፡ ‘ንሕና እውን ደቁ ኢና።’
60,407

60,408
am_tg
“እንግዲህ እኛ ዹአምላክ ልጆቜ ኹሆንን አምላክ በሰው ጥበብና ንድፍ ኚወርቅ፣ ኚብር ወይም ኚድንጋይ ዹተቀሹጾን ነገር ይመስላል ብለን ልናስብ አይገባም።
“እምበኣር፡ ደቂ ኣምላኜ ካብ ኰንና፡ ኣምላኜ ኚምቲ ብብልሓትን ብምህዞን ሰብ እተገብሚ ወርቂ ወይ ብሩር ወይ እምኒ ኾም ዚመስል ጌርና ኜንሓስቊ ኣይግብኣናን እዩ።
60,409

60,410
am_tg
እርግጥ አምላክ ሰዎቜ ባለማወቅ ዚኖሩበትን ጊዜ ቜላ ብሎ አልፎታልፀ አሁን ግን በዚቊታው ያሉ ሰዎቜ ሁሉ ንስሐ እንዲገቡ እያሳሰበ ነው።
ኣምላኜ ነቲ ግዜያት ድንቍርና ሾለል ኢልዎ እዩ፣ ሕጂ ግና ኣብ ኵሉ ቊታ ንዘለዉ ዅሎም ሰባት ኪንስሑ ይነግር ኣሎ።
60,411

60,412
am_tg
ምክንያቱም በሟመው ሰው አማካኝነት በዓለም ሁሉ ላይ በጜድቅ ለመፍሚድ ዓላማ ያለው ሲሆን ይህን ለማድሚግም ቀን ወስኗልፀ እሱንም ኚሞት በማስነሳት ለሰዎቜ ሁሉ ዋስትና ሰጥቷል።”
በቲ ዝሾሞ ሰብኣይ ኣቢሉ ንዓለም ብጜድቂ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ኣሎ፣ ንዕኡ ኻብ ምዉታት ብምትንሳእ ኚኣ፡ ንዅሎም ሰባት መተኣማመኒ ሂብዎም ኣሎ።”
60,413

60,414
am_tg
እነሱም ስለ ሙታን ትንሣኀ በሰሙ ጊዜ አንዳንዶቹ ያሟፉበት ጀመርፀ ሌሎቹ ግን “ስለዚሁ ጉዳይ በድጋሚ መስማት እንፈልጋለን” አሉት።
ብዛዕባ ትንሳኀ ምዉታት ምስ ሰምዑ፡ ገሊኣቶም ኣላገጹሉ፣ ገሊኣቶም ኚኣ፡ “ብዛዕባ እዝስ ካልእ ግዜ እውን ክንሰምዓካ ኢና” በልዎ።
60,415

60,416
am_tg
በዚህ ጊዜ ጳውሎስ ትቷ቞ው ሄደፀ
ጳውሎስ ድማ ሓዲግዎም ኚደ፣
60,417
tg_am
ጳውሎስ ድማ ሓዲግዎም ኚደ፣
በዚህ ጊዜ ጳውሎስ ትቷ቞ው ሄደፀ
60,418
am_tg
አንዳንድ ሰዎቜ ግን ኚእሱ ጋር በመተባበር አማኞቜ ሆኑ። ኚእነሱም መካኚል ዚአርዮስፋጎስ ፍርድ ቀት ዳኛ ዹሆነው ዲዮናስዮስና ደማሪስ ዚተባለቜ ሎት እንዲሁም ሌሎቜ ሰዎቜ ይገኙበታል።
ገለ ሰብኡት ኚኣ ሓበርዎ፡ ኣመኑ እውን። ካባታቶም ድማ እቲ ዳኛ መጋባእያ ኣርዮስፋጎስ ዝነበሹ ድዮኒስዮስን ደማሪስ እትብሃል ሰበይትን ካልኊትን ነበሩ።
60,419

60,420
am_tg
ኹጊዜ በኋላ፣ አጵሎስ በቆሮንቶስ በነበሚበት ጊዜ ጳውሎስ በመሃል አገር አቋርጩ ወደ ኀፌሶን ወሚደ። በዚያም አንዳንድ ደቀ መዛሙርትን አገኘፀ
ኣጵሎስ ኣብ ቈሚንቶስ ኹሎ ድማ፡ ጳውሎስ ብውሜጢ ሃገር ሓሊፉ ናብ ኀፌሶን መጞ። ኣብኣ ድማ ገለ ደቀ መዛሙርቲ ሹኾበ
60,421

60,422
am_tg
እነሱንም “አማኞቜ በሆናቜሁ ጊዜ መንፈስ ቅዱስ ተቀብላቜሁ ነበር?” አላ቞ው። እነሱም “ኧሹ እኛ ስለ መንፈስ ቅዱስ ዹሰማነው ነገር ዹለም” ሲሉ መለሱለት።
እሞ፡ “ምስ ኣመንኩምሲ፡ መንፈስ ቅዱስዶ ተቐቢልኩም፧” በሎም። ንሳቶም ኚኣ፡ “መንፈስ ቅዱስ ኹም ዘሎ እኳ ኣይሰማዕናን” ኢሎም መለሱሉ።
60,423

60,424
am_tg
እሱም “ታዲያ ምን ዓይነት ጥምቀት ነው ዚተጠመቃቜሁት?” አላ቞ው። እነሱም “ዚዮሐንስን ጥምቀት” አሉት።
ንሱ ድማ፡ “ብምንታይ ደኣ ተጠሚቕኩም፧” በሎም። ንሳቶም ኚኣ፡ “ብናይ ዮሃንስ ጥምቀት” በልዎ።
60,425

60,426
am_tg
ጳውሎስም እንዲህ አላቾው፩ “ዮሐንስ ያጠምቅ ዹነበሹው ዚንስሐ ምልክት ዹሆነውን ጥምቀት ነበርፀ ሰዎቜ ኚእሱ በኋላ በሚመጣው ይኾውም በኢዚሱስ እንዲያምኑ ይነግራ቞ው ነበር።”
ጳውሎስ ድማ፡ “ዮሃንስሲ በቲ ድሕሪኡ ዚመጜእ፡ ማለት ብዚሱስ፡ ኪኣምኑ እናነገሚ፡ ጥምቀት ንስሓ እዩ ዘጥመቐ” በሎም።
60,427

60,428
am_tg
እነሱም ይህን ሲሰሙ በጌታ ኢዚሱስ ስም ተጠመቁ።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብስም ጐይታና ዚሱስ ተጠምቁ።
60,429
tg_am
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ብስም ጐይታና ዚሱስ ተጠምቁ።
እነሱም ይህን ሲሰሙ በጌታ ኢዚሱስ ስም ተጠመቁ።
60,430
am_tg
ጳውሎስም እጁን በላያ቞ው በጫነ ጊዜ መንፈስ ቅዱስ ወሚደባ቞ውፀ እነሱም በባዕድ ቋንቋዎቜ መናገርና መተንበይ ጀመሩ።
ጳውሎስ ኣእዳዉ ምስ ኣንበሚሎም ኚኣ፡ መንፈስ ቅዱስ ወሚዶም እሞ ብቛንቋታት ተዛሚቡን ተነበዩን።
60,431

60,432
am_tg
ሰዎቹም በአጠቃላይ 12 ገደማ ነበሩ።
ኵላቶም ድማ ኣስታት 12 ሰብኡት ነበሩ።
60,433
tg_am
ኵላቶም ድማ ኣስታት 12 ሰብኡት ነበሩ።
ሰዎቹም በአጠቃላይ 12 ገደማ ነበሩ።
60,434
am_tg
ጳውሎስም ወደ ምኩራብ እዚገባ ንግግር በመስጠትና ስለ አምላክ መንግሥት አሳማኝ በሆነ መንገድ በማስሚዳት ለሊስት ወራት ያህል በድፍሚት ሲናገር ቆዚ።
ናብ ምኵራብ ኣትዩ፡ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኜ እናመደሚን እናኣእመኖምን፡ ንሰለስተ ወርሒ ብትብዓት ተዛሚቊም።
60,435

60,436
am_tg
ሆኖም አንዳንዶቹ ግትሮቜ ስለነበሩ ለማመን ፈቃደኞቜ አልሆኑምፀ ዚጌታን መንገድ በሕዝቡ ፊት ባጥላሉ ጊዜ ኚእነሱ በመራቅ ደቀ መዛሙርቱን ለይቶ ወሰዳ቞ውፀ በጢራኖስ ዚትምህርት ቀት አዳራሜም በዚዕለቱ ንግግር ይሰጥ ነበር።
ገሊኩም ብዛዕባ እታ መገዲ እቲኣ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ እናኣካፍኡ ተሪሮም ምእማን ምስ ኣበዩ ግና፡ ካባታቶም ኣልገሰ፣ ነቶም ደቀ መዛሙርቲ ፈልዩ ኞኣ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ኣዳራሜ ቀት ትምህርቲ ጢራኖስ ኰይኑ ይምድሚሎም ነበሚ።
60,437

60,438
am_tg
ይህም ለሁለት ዓመት ያህል ቀጠለፀ ኹዚህም ዚተነሳ በእስያ አውራጃ ዚሚኖሩ አይሁዳውያንና ግሪካውያን ሁሉ ዚጌታን ቃል ሰሙ።
እዚ ኞኣ፡ ኵሎም ኣብ ኣውራጃ እስያ ዚነብሩ ዝነበሩ ኣይሁድን ግሪኻውያንን ክሳዕ ዚሰምዑ፡ ንኜልተ ዓመት ቀጞለ።
60,439

60,440
am_tg
አምላክም በጳውሎስ እጅ በጣም አስደናቂ ዹሆኑ ነገሮቜን መፈጾሙን ቀጠለፀ
ኣምላኜ ድማ ብኢድ ጳውሎስ ፍልይ ዝበለ ግብርታት ሓይሊ ይገብር ነበሚ፣
60,441

60,442
am_tg
ሰዎቜም ዚጳውሎስን ሰውነት ዚነኩ ጚርቆቜንና ሜርጊቜን ወደታመሙት ሰዎቜ ሲወስዱ ሰዎቹ በሜታ቞ው ይለቃቾው ነበርፀ ርኩሳን መናፍስትም ይወጡ ነበር።
ሰብነቱ ዝተንኹዹ ጹርቅን በጃ ኜዳንን እኳ ኻብኡ ናብቶም ሕሙማት ይወስዱ እሞ ሕማሞም ይሓድጎም፡ እኩያት መናፍስቲ እውን ይወጹ ነበሩ።
60,443

60,444
am_tg
ይሁንና እዚዞሩ አጋንንትን ያስወጡ ኚነበሩት አይሁዳውያን አንዳንዶቹም “ጳውሎስ በሚሰብኚው በኢዚሱስ ስም እንድትወጣ አጥብቄ አዝሃለሁ” እያሉ ክፉ መናፍስት በያዟ቞ው ሰዎቜ ላይ ዚጌታ ኢዚሱስን ስም ለመጥራት ሞኚሩ።
ገለ ኻብቶም ኣጋንንቲ እናኣውጜኡ ዚዞሩ ኣይሁድ ግና፡ ነቶም እኩያት መናፍስቲ ዘለውዎም፡ “በቲ ጳውሎስ ዚሰብኮ ዚሱስ እእዝዘኩም ኣለኹ” እናበሉ ስም ጐይታና ዚሱስ ኪሰምዩሎም ፈተኑ።
60,445

60,446
am_tg
አስቄዋ ዚተባለ ዚአንድ አይሁዳዊ ዚካህናት አለቃ ሰባት ወንዶቜ ልጆቜም ይህን ያደርጉ ነበር።
ሾውዓተ ደቂ ሓደ ኣስቄዋ ዚብሃል ኣይሁዳዊ ሊቀ ኻህናት፡ እዚ ይገብሩ ነበሩ።
60,447

60,448
am_tg
ክፉው መንፈስ ግን መልሶ “ኢዚሱስን አውቀዋለሁፀ ጳውሎስንም አውቀዋለሁፀ እናንተ ደግሞ ማን ናቜሁ?” አላ቞ው።
እቲ እኩይ መንፈስ ግና፡ “ንዚሱስ እፈልጊ፡ ንጳውሎስ እውን አለልዮ እዚ፣ ንስኻትኩም ግና መን ኢኹም፧” ኢሉ መለሰሎም።
60,449

60,450
am_tg
ኚዚያም ክፉው መንፈስ ያደሚበት ሰው ዘሎ ጉብ አለባ቞ውፀ አሞነፋ቞ውምፀ ስለዚህ ራቁታ቞ውን ሆነውና ቆስለው ኚዚያ ቀት ሞሹ።
ሜዑ፡ እቲ እኩይ መንፈስ ዝሓደሮ ሰብ ዘሊሉ ጐበጊም፣ ጥራዮም ኰይኖም ቈሲሎም ካብታ ቀት ክሳዕ ዚሃድሙ ኞኣ፡ በብሓደ ኣሕመቖምን ሰዓሮምን።
60,451

60,452
am_tg
በኀፌሶን ዚሚኖሩት አይሁዳውያንና ግሪካውያን ሁሉ ይህን ሰሙፀ በመሆኑም ሁሉም ፍርሃት አደሚባ቞ውፀ ዚጌታ ኢዚሱስ ስምም ይበልጥ እዚገነነ ሄደ።
እዚ ኣብ ኵሎም እቶም ኣብ ኀፌሶን ዚነብሩ ኣይሁድን ግሪኻውያንን ተፈልጠ፣ ኵላቶም እውን ብፍርሂ ተዋሕጡ፣ ስም ጐይታና ዚሱስ ኚኣ ይኜበር ነበሚ።
60,453

60,454
am_tg
አማኞቜ ኚሆኑት መካኚል ብዙዎቹም እዚመጡ ያደሚጉትን ይናዘዙና በግልጜ ይናገሩ ነበር።
ብዙሓት ካብቶም ዝኣመኑ ኞኣ፡ መጺኊም ግብሮም ይናዘዙን ይነግሩን ነበሩ።
60,455

60,456
am_tg
ደግሞም አስማት ይሠሩ ኚነበሩት መካኚል ብዙዎቜ መጜሐፎቻ቞ውን አንድ ላይ ሰብስበው በማምጣት በሰው ሁሉ ፊት አቃጠሉ። ዚመጜሐፎቹንም ዋጋ ሲያሰሉ 50,000 ዚብር ሳንቲሞቜ ሆኖ አገኙት።
ብዙሓት ስሒር ዚገብሩ ዝነበሩ ድማ መጻሕፍቶም ኣኪቊም ኣብ ቅድሚ ዅሉ ኣንደድዎ። ዋጋኡ ምስ ጞብጞብዎ፡ 50,000 ብሩር ኰይኑ ተሚኜበ።
60,457

60,458
am_tg
በዚህ መንገድ ዹይሖዋ ቃል በኃይል እዚተስፋፋና እያሞነፈ ሄደ።
በዚ ኞምዚ፡ ቃል ዹሆዋ እናዓበዚን እናሰዓሚን ኚደ።
60,459
tg_am
በዚ ኞምዚ፡ ቃል ዹሆዋ እናዓበዚን እናሰዓሚን ኚደ።
በዚህ መንገድ ዹይሖዋ ቃል በኃይል እዚተስፋፋና እያሞነፈ ሄደ።
60,460
am_tg
ይህ ሁሉ ኹሆነ በኋላ ጳውሎስ በመቄዶንያና በአካይያ በኩል አልፎ ወደ ኢዚሩሳሌም ለመሄድ ወሰነ። “እዚያ ኚሄድኩ በኋላ ደግሞ ወደ ሮም ማቅናት አለብኝ” አለ።
እዚ ምስ ኰነ፡ ጳውሎስ ብመቄዶንያን ብኣካይያን ሓሊፉ ናብ ዚሩሳሌም ኪኞይድ ብመንፈሱ ሓለነ እሞ፡ “ኣብኣ ምስ በጻሕኩ፡ ንሮሜ እውን ክርእያ ኣሎኒ” በለ።
60,461

60,462
am_tg
ስለዚህ ኚሚያገለግሉት መካኚል ሁለቱን ማለትም ጢሞ቎ዎስንና ኀርስጊስን ወደ መቄዶንያ ላካ቞ውፀ እሱ ግን በእስያ አውራጃ ለተወሰነ ጊዜ ቆዚ።
ንኜልተ ኻብቶም ዜገልግልዎ፡ ንጢሞ቎ዎስን ንኀራስጊስን ኚኣ፡ ናብ መቄዶንያ ለኣኟም፣ ንሱ ግና ኣብ ኣውራጃ እስያ እተወሰነ ግዜ ጞንሐ።
60,463

60,464
am_tg
በዚህ ወቅት ዚጌታን መንገድ በተመለኹተ ታላቅ ሁኚት ተፈጠሚ።
በታ ግዜ እቲኣ ብዛዕባ እታ መገዲ እቲኣ ብዙሕ ሚብሻ ዀነ።
60,465
tg_am
በታ ግዜ እቲኣ ብዛዕባ እታ መገዲ እቲኣ ብዙሕ ሚብሻ ዀነ።
በዚህ ወቅት ዚጌታን መንገድ በተመለኹተ ታላቅ ሁኚት ተፈጠሚ።
60,466
am_tg
ምክንያቱም ድሜጥሮስ ዚተባለ አንድ ዚብር አንጥሚኛ ዚአርጀምስን ቀተ መቅደስ ዚብር ምስሎቜ እዚቀሚጞ ለእጅ ጥበብ ባለሙያዎቜ ኹፍተኛ ትርፍ ያስገኝ ነበር።
ኚመይሲ፡ ሓደ ድሜጥሮስ ዝስሙ ኣንጠሚኛ ብሩር፡ ንእሜቶ መቕደስ ብሩር ኣርጀምስ እናሰርሐ ነቶም ኢደ ጥበበኛታት ብዙሕ ዚርብሖም ነበሚ።
60,467

60,468
am_tg
ድሜጥሮስ እነሱንና በተመሳሳይ ሙያ ዚተሰማሩ ሰዎቜን ሰብስቊ እንዲህ አለ፩ “እናንተ ሰዎቜ፣ መቌም ብልጜግናቜን ዚተመካው በዚህ ሥራ ላይ እንደሆነ ታውቃላቜሁ።
ንዓታቶምን ነቶም ኚምኡ ዚዓይዩን ኣኪቡ ኞኣ፡ ኹምዚ በሎም፩ “ኣቱም ሰባት፡ ብልጜግናና ኻብዚ ስራሕ እዚ ምዃኑ ኣጞቢቕኩም ትፈልጡ ኢኹም።
60,469

60,470
am_tg
አሁን ግን ይህ ጳውሎስ ዚተባለ ሰው በኀፌሶን ብቻ ሳይሆን በመላው ዚእስያ አውራጃ ማለት ይቻላል፣ በእጅ ዚተሠሩ አማልክት ሁሉ በፍጹም አማልክት አይደሉም እያለ ብዙ ሰዎቜን አሳምኖ አመለካኚታ቞ውን እንዳስለወጠ ያያቜሁትና ዚሰማቜሁት ጉዳይ ነው።
እዚ ጳውሎስ እዚ፡ ‘እቶም ብኢድ እተገብሩ፡ ኣማልኜቲ ኣይኰኑን’ እናበለ ኣብ ኀፌሶን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ዳርጋ ኣብ ኵላ ኣውራጃ እስያ ንብዙሓት ህዝቢ ኾም ዝሓበለን ኹም ዘስድዐን እውን ትርእዩን ትሰምዑን ኣለኹም።
60,471

60,472
am_tg
ኹዚህም በላይ አሳሳቢ ዹሆነው ነገር ዚእኛ ሥራ መናቁ ብቻ ሳይሆን ዚታላቋ አምላክ ዚአርጀምስ ቀተ መቅደስ ዋጋ ቢስ ሆኖ ሊቀርና መላው ዚእስያ አውራጃም ሆነ ዓለም በሙሉ ዚሚያመልካት አርጀምስ ገናና ክብሯ ሊገፈፍ መሆኑ ጭምር ነው።”
ቀተ መቕደስ ኣርጀምስ እታ ዓባይ ኣምላኜ ኹም ኚንቱ ኞይቍጞር፡ እዛ ኣብ ብዘላ ኣውራጃ እስያን ዓለምን እትምለኜ ኚኣ ዕቀታ ኾይነዓቕ እውን እምበር፡ ስራሕና ኞይዋሚድ ጥራይ ኣይኰነን ዜስግኣና ዘሎ።”
60,473

60,474
am_tg
ሰዎቹ ይህን ሲሰሙ በቁጣ ተሞልተው “ዚኀፌሶኗ አርጀምስ ታላቅ ናት!” እያሉ ይጮኹ ጀመር።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ቍጥዓ መልኩም እሞ፡ “ናይ ሰብ ኀፌሶን ኣርጀምስ ዓባይ እያ!” እናበሉ ጚደሩ።
60,475

60,476
am_tg
በመሆኑም ኹተማዋ በሚብሻ ታመሰቜፀ ሕዝቡም ዚመቄዶንያ ሰዎቜ ዚሆኑትን ዚጳውሎስን ዹጉዞ ጓደኞቜ ይኾውም ጋይዮስንና አርስጥሮኮስን እዚጎተቱ ግር ብለው ወደ ጚዋታ ማሳያው ስፍራ ገቡ።
ኣብታ ኾተማ ድማ ዕግርግር ኰነ፣ ንጋይዮስን ንኣርስጣርኮስን፡ ነቶም መጋይሜቲ ጳውሎስ ዝዀኑ ሰብ መቄዶንያ፡ መንዚዖም ወሲዶም፡ ሓቢሮም ናብታ ቊታ ምርኢት ጐዚዩ።
60,477

60,478
am_tg
ጳውሎስም ሕዝቡ ወዳለበት ሊገባ ፈልጎ ነበርፀ ደቀ መዛሙርቱ ግን ኚለኚሉት።
ጳውሎስ ኚኣ ኣብ ማእኚል እቶም ህዝቢ ኺኣቱ ደለዚ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ግና ኚልኚልዎ።
60,479

60,480
am_tg
ዚጳውሎስ ወዳጆቜ ዚነበሩ አንዳንድ ዚበዓላትና ዚውድድር አዘጋጆቜ እንኳ ሳይቀሩ ወደ ጚዋታ ማሳያው ስፍራ በመግባት ራሱን ለአደጋ እንዳያጋልጥ መልእክት በመላክ ለመኑት።
ገለ ኻብቶም ፈተውቱ ዝዀኑ ሰብ መዚ በዓላትን ጞወታታትን እውን፡ ናብታ ቊታ ምርኢት ኚይመጜእ፡ ልኢኟም ለመንዎ።
60,481

60,482
am_tg
በተሰበሰበው ሕዝብ መካኚል ኹፍተኛ ትርምስ ተፈጥሮ ስለነበር አንዳንዶቹ አንድ ነገር ሲናገሩ ሌሎቹ ደግሞ ሌላ ነገር እዚተናገሩ ይጯጯኹ ነበርፀ አብዛኛው ሰው ለምን እዚያ እንደተገኘ እንኳ አያውቅም ነበር።
እቲ ኣኌባ ዕግርግር ኢሉ ብምንባሩ፡ መብዛሕትኊም እውን ብዛዕባ እንታይ ኹም እተኣኚቡ ኣይፈልጡን ብምንባሮም፡ ገሊኣቶም ኚምዚ፡ ገሊኣቶም እውን ኚምቲ ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ።
60,483

60,484
am_tg
አንዳንዶቜ እስክንድርን ኚሕዝቡ መካኚል ባወጡት ጊዜ አይሁዳውያን ወደ ፊት ገፉትፀ እስክንድርም ዚመኚላኚያ ሐሳቡን ለሕዝቡ ሊያቀርብ ፈልጎ በእጁ ምልክት ሰጣ቞ው።
ንእስክንድሮስ ድማ ካብቲ ህዝቢ ኣውጜእዎ፡ እቶም ኣይሁድ ኚኣ ንቕድሚት ደፍእዎ፣ እስክንድሮስ ኚኣ ምስቶም ህዝቢ ኺምጕት ደልዩ ብኢዱ ኣመልኚተ።
60,485

60,486
am_tg
ሆኖም አይሁዳዊ መሆኑን ባወቁ ጊዜ ሁሉም በአንድ ድምፅ “ዚኀፌሶኗ አርጀምስ ታላቅ ናት!” እያሉ ለሁለት ሰዓት ያህል ጮኹ።
ኣይሁዳዊ ምዃኑ ምስ ኣለለይዎ ግና፡ ኵላቶም ብሓደ ዀይኖም ንኣስታት ክልተ ሰዓት፡ “ናይ ሰብ ኀፌሶን ኣርጀምስ ዓባይ እያ!” እናበሉ ጚደሩ።
60,487

60,488
am_tg
በመጚሚሻ ዹኹተማዋ ዋና ጾሐፊ ሕዝቡን ጞጥ አሰኝቶ እንዲህ አለ፩ “ዚኀፌሶን ሰዎቜ ሆይ፣ ዚታላቋ አርጀምስ ቀተ መቅደስና ኹሰማይ ዹወሹደው ምስሏ ጠባቂ ዚኀፌሶናውያን ኹተማ እንደሆነቜ ዚማያውቅ ማን አለ?
እቲ ዋና ጾሓፊ እታ ኾተማ ነቶም ህዝቢ ምስ ኣህድኊም፡ ኹምዚ በለ፩ “ኣቱም ሰብ ኀፌሶን፡ ኹተማ ሰብ ኀፌሶን ሓላዊት ቀተ መቕደስ ዓባይ ኣርጀምስን እቲ ኻብ ሰማይ ዝወሹደ ምስላን ምዃና ዘይፈልጥ ሰብ መን ኣሎ፧
60,489

60,490
am_tg
ይህ ፈጜሞ ዚማይታበል ሐቅ ስለሆነ ልትሚጋጉና ዚቜኮላ እርምጃ ኚመውሰድ ልትቆጠቡ ይገባል።
እምበኣር፡ እዚ ኣሉ ዘይብሃል ካብ ኰነ፡ ህድእ በሉ፡ ብታህዋኜ ድማ ሓንቲ እኳ ኣይትግበሩ።
60,491

60,492
am_tg
ምክንያቱም እነዚህ ያመጣቜኋ቞ው ሰዎቜ ቀተ መቅደስ ዹዘሹፉ ወይም ዚምናመልካትን አምላክ ዚሰደቡ አይደሉም።
ነዞም ሰብኡት እዚኊም፡ ቀተ መቕደስ ኚይሰሚቑ፡ ወይ ንኣምላኜና ኾይጾሹፉ ኢኹም ኣምጺእኩምዎም ዘለኹም።
60,493

60,494
am_tg
ስለዚህ ድሜጥሮስና አብሚውት ያሉት ዚእጅ ጥበብ ባለሙያዎቜ ዚሚኚሱት ሰው ካለ ቜሎት ዚሚሰዚምባ቞ው ቀናት ያሉ ኹመሆኑም ሌላ ዚሮም አገሹ ገዢዎቜ አሉፀ እዚያ መሟገት ይቜላሉ።
እምበኣር፡ ድሜጥሮስን ምስኡ ዘለዉ ኢደ ጥበበኛታትን ገለ ነገር እንተ ኣልይዎም፡ መዓልቲ መጋባእያን ምስለኔታትን ኣለውዎም፣ ንሓድሕዶም ይካሰሱ።
60,495

60,496
am_tg
ኹዚህ ያለፈ ልታቀርቡት ዚምትፈልጉት ክስ ካለ ግን በመደበኛ ጉባኀ መዳኘት ይኖርበታል።
ካልእ ነገር እንተ ደሊኹም ኚኣ፡ ኣብ ስሩዕ ኣኌባ ኺውሰን ኣለዎ።
60,497

60,498
am_tg
አለዚያ ዛሬ በተፈጾመው ነገር ዚተነሳ ሕዝብ አሳድማቜኋል ተብለን እንዳንኚሰስ ያሰጋልፀ ለዚህ ሁሉ ሁኚት መንስኀው ምን እንደሆነ ብንጠዚቅ ዹምንሰጠው አጥጋቢ መልስ ዚለም።”
ነዚ ዕግርግር እዚ እነቕርበሉ ምኜንያት ስለ ዘይብልና፡ በዚ ሎሚ ዝዀነ እኳ ብናዕቢ ኞይንኜሰስ ዚስግኣና እዩ።”
60,499