Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
60,500
am_tg
ይህን ኹተናገሹ በኋላ ዹተሰበሰበው ሕዝብ እንዲበተን አደሚገ።
እዚ ኢሉ ነቲ ኣኌባ በተኖ።
60,501
tg_am
እዚ ኢሉ ነቲ ኣኌባ በተኖ።
ይህን ኹተናገሹ በኋላ ዹተሰበሰበው ሕዝብ እንዲበተን አደሚገ።
60,502
am_tg
በይሁዳ ዚነበሩት ሐዋርያትና ወንድሞቜ፣ አሕዛብም ዹአምላክን ቃል እንደተቀበሉ ሰሙ።
ሃዋርያትን እቶም ኣብ ይሁዳ ዝነበሩ ኣሕዋትን፡ ኣህዛብ እውን ቃል ኣምላኜ ኹም እተቐበሉ ሰምዑ።
60,503

60,504
am_tg
ስለዚህ ጎጥሮስ ወደ ኢዚሩሳሌም በወጣ ጊዜ ግርዘትን ዹሚደግፉ ሰዎቜ ይተቹት ጀመርፀ
ጎጥሮስ ናብ ዚሩሳሌም ምስ ደዹበ ኞኣ፡ እቶም ደገፍቲ ግዝሚት ነቐፍዎ፡
60,505

60,506
am_tg
“ወዳልተገሚዙ ሰዎቜ ቀት ሄደህ ኚእነሱ ጋር በልተሃል” አሉት።
“ናብ ቀት ዘይተገዝሩ ሰባት ኣቲኻ፡ ምሳታቶም ኚኣ በሊዕካ” ድማ በልዎ።
60,507

60,508
am_tg
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ እንዲህ ሲል ጉዳዩን በዝርዝር አብራራላ቞ውፊ
ጎጥሮስ ድማ ኹምዚ ኢሉ ብዝርዝር ኪገልጞሎም ጀመሹ፩
60,509
tg_am
ጎጥሮስ ድማ ኹምዚ ኢሉ ብዝርዝር ኪገልጞሎም ጀመሹ፩
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ እንዲህ ሲል ጉዳዩን በዝርዝር አብራራላ቞ውፊ
60,510
am_tg
“በኢዮጎ ኹተማ እዚጞለይኩ ሳለ ሰመመን ውስጥ ሆኜ ራእይ አዚሁፀ አንድ ትልቅ ጹርቅ ዚሚመስል ነገር በአራቱም ጫፍ ተይዞ ኹሰማይ ወሹደና ወደ እኔ መጣ።
“ኣብ ኹተማ ዮጎ እጜሊ ነይሚ፣ ተመሲጠ ኞለኹ ድማ ብኣርባዕተ መኣዝኑ እተታሕዘ ዓብዪ ዓለባ በፍታ ዚመስል ነገር ካብ ሰማይ ኪወርድ ኹሎ ብራእይ ርእዚ፣ ናባይ እውን መጺኡ።
60,511

60,512
am_tg
ይህን ነገር ትኩር ብዬ ስመለኚት አራት እግር ያላ቞ው ዚምድር እንስሳት፣ ዚዱር አራዊት፣ በምድር ላይ ዚሚሳቡ ፍጥሚታትና ዹሰማይ ወፎቜ አዚሁ።
ናብኡ ምስ ጠመትኩ፡ ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳታት ምድርን ኣራዊትን ለመምትን ኣዕዋፍ ሰማይን ኣስተብሂለ።
60,513

60,514
am_tg
በተጚማሪም አንድ ድምፅ ‘ጎጥሮስ፣ ተነሳና አርደህ ብላ!’ ሲለኝ ሰማሁ።
‘ጎጥሮስ፡ ተንስእ፡ ሓሪድካ ብላዕ!’ ዚብል ድምጺ እውን ሰሚዐ።
60,515

60,516
am_tg
እኔ ግን ‘ጌታ ሆይ፣ በጭራሜፀ ምክንያቱም ንጹሕ ያልሆነ ወይም ዹሹኹሰ ነገር ወደ አፌ ገብቶ አያውቅም’ አልኩ።
ኣነ ግና፡ ‘ጐይታይ፡ ርኹስ ወይ ዘይንጹህ ኚቶ ናብ ኣፈይ ኣትዩ ስለ ዘይፈልጥ፡ ኣይኚውንን እዩ’ ኢለ።
60,517

60,518
am_tg
ለሁለተኛ ጊዜ ኹሰማይ ዚመጣው ድምፅ ‘አምላክ ንጹሕ ያደሚገውን ነገር ርኩስ ነው ማለትህን ተው’ ሲል መለሰልኝ።
ካልኣይ ሳዕ፡ ‘ነቲ ኣምላኜ ዘንጜሆ፡ ደጊም ንስኻ ርኹስ ኣይትበሎ’ ዚብል ድምጺ ኻብ ሰማይ መሊሱለይ።
60,519

60,520
am_tg
ይህም ለሊስተኛ ጊዜ ተደገመፀ ኚዚያም ሁሉም ነገር እንደገና ወደ ሰማይ ተወሰደ።
እዚ ኞኣ ሳልሳይ ሳዕ ኰይኑ፣ ኵሉ ድማ ኹም ብሓድሜ ናብ ሰማይ ተሳሒቡ።
60,521

60,522
am_tg
ልክ በዚያው ሰዓት ደግሞ ኚቂሳርያ ወደ እኔ ዚተላኩ ሊስት ሰዎቜ እኛ ወደነበርንበት ቀት ደሚሱ።
ኣብታ ህሞት እቲኣ ኞኣ፡ ካብ ቂሳርያ ናባይ እተላእኩ ሰለስተ ሰብኡት፡ ኣብታ ዝነበርኩዋ ቀት ደው ኢሎም ነይሮም።
60,523

60,524
am_tg
በዚህ ጊዜ መንፈስ፣ ምንም ሳልጠራጠር አብሬያ቞ው እንድሄድ ነገሚኝ። እነዚህ ስድስት ወንድሞቜም አብሚውኝ ሄዱፀ ወደ ሰውዹውም ቀት ገባን።
መንፈስ ኚኣ ኚይተጠራጠርኩ ምሳታቶም ክኞይድ ነጊሩኒ። እዞም ሜዱሜተ ኣሕዋት ድማ ምሳይ ኚይዶም፣ ናብ ቀት እቲ ሰብኣይ እውን ኣቲና።
60,525

60,526
am_tg
“እሱም በቀቱ ውስጥ መልአክ ቆሞ እንዳዚና እንዲህ እንዳለው ነገሹን፩ ‘ወደ ኢዮጎ ሰዎቜ ልኹህ ጎጥሮስ ተብሎ ዚሚጠራውን ስምዖንን አስጠራፀ
“ንሱ ኞኣ፡ መልኣኜ ኣብ ቀቱ ደው ኢሉ ኾም ዝሚኣዚን፡ ‘ናብ ዮጎ ልኢኜካ ነቲ ጎጥሮስ ዚብሃል ስምኊን ጞውዓዮ፣
60,527

60,528
am_tg
እሱም አንተና መላው ቀተሰብህ መዳን ልታገኙ ዚምትቜሉበትን ነገር ሁሉ ይነግርሃል።’
ንስኻን ኵሎም ቀተ ሰብካን እትድሕኑሉ ቓል ድማ፡ ንሱ ኺነግሚካ እዩ’ ኾም ዝበሎን ነጊሩና።
60,529

60,530
am_tg
እኔም መናገር ስጀምር መንፈስ ቅዱስ በመጀመሪያ በእኛ ላይ እንደወሚደው ሁሉ በእነሱም ላይ ወሚደ።
ክዛሚብ ምስ ጀመርኩ ኞኣ፡ መንፈስ ቅዱስ ኚምቲ መጀመርታ ኣባና ዝወሚደ፡ ኣባታቶም እውን ወሪዱ።
60,531

60,532
am_tg
በዚህ ጊዜ፣ ‘ዮሐንስ በውኃ አጠመቀፀ እናንተ ግን በመንፈስ ቅዱስ ትጠመቃላቜሁ’ እያለ ጌታ ይናገር ዹነበሹውን ቃል አስታወስኩ።
ሜዑ፡ ነቲ ጐይታ፡ ‘ዮሃንስ፡ ብማይ እዩ ኣጥሚቑ፣ ንስኻትኩም ግና ብመንፈስ ቅዱስ ክትጥመቑ ኢኹም’ ዚብሎ ዝነበሹ ቓል ዘኪሚ።
60,533

60,534
am_tg
እንግዲህ አምላክ በጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ላመንነው ለእኛ ዹሰጠውን ያንኑ ነፃ ስጊታ ለእነሱም ኚሰጠ፣ ታዲያ አምላክን መኹልኹል ዚምቜል እኔ ማን ነኝ?”
እምበኣር፡ ኣምላኜ ኚምቲ ንዓና ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ንዝኣመንና ዝሃበና፡ ንዓታቶም እውን ሕደ ናጻ ውህበት ካብ ዚህቊም፡ ኣነ መን እዚ ንኣምላኜ ክኜልክሎ ዝኜእል፧”
60,535

60,536
am_tg
እነሱም ይህን በሰሙ ጊዜ መቃወማቾውን ተዉፀ ደግሞም “እንዲህ ኹሆነማ አምላክ አሕዛብም ሕይወት ማግኘት እንዲቜሉ ንስሐ ዚሚገቡበት አጋጣሚ ሰጥቷ቞ዋል ማለት ነው” እያሉ አምላክን አኚበሩ።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ምቅዋሙ ሓደጉ እሞ፡ “እምበኣርኚስ ኣምላኜ ንኣህዛብ እውን ናብ ህይወት ዚመርሕ ንስሓ ፈቒዱሎም” እናበሉ ንኣምላኜ ኣሞገስዎ።
60,537

60,538
am_tg
ኚእስጢፋኖስ ሞት በኋላ በተቀሰቀሰው ስደት ዚተነሳ ዚተበተኑት ደቀ መዛሙርት እስኚ ፊንቄ፣ ቆጵሮስና አንጟኪያ ድሚስ ሄዱፀ ቃሉን ይናገሩ ዹነበሹው ግን ለአይሁዳውያን ብቻ ነበር።
እቶም ብሰሪ እቲ ኣብ እስጢፋኖስ ዝበጜሐ ጞበባ ፋሕ ዝበሉ ኞኣ፡ ክሳብ ፊንቄን ቆጵሮስን ኣንጟክያን ኚዱ፣ እቲ ቓል ግና ንኣይሁድ ጥራይ ነገሩ።
60,539

60,540
am_tg
ይሁን እንጂ ኚእነሱ መካኚል ዚቆጵሮስና ዚቀሬና ሰዎቜ ዹሆኑ አንዳንዶቜ ወደ አንጟኪያ መጥተው ግሪክኛ ተናጋሪ ዹሆኑ ሰዎቜን በማነጋገር ዚጌታ ኢዚሱስን ምሥራቜ ይሰብኩላ቞ው ጀመር።
ገለ ኻባታቶም ግና ሰብ ቆጵሮስን ሰብ ቀሬኔን ነበሩ፣ ንሳቶም ናብ ኣንጟክያ ምስ መጹ፡ ብስራት ጐይታና ዚሱስ እናኣበሰሩ፡ ነቶም ግሪኜኛ ዝቛንቋኩም ነገርዎም።
60,541

60,542
am_tg
ዹይሖዋም እጅ ኚእነሱ ጋር ነበርፀ ኹፍተኛ ቁጥር ያላ቞ው ሰዎቜም አማኝ በመሆን ጌታን መኹተል ጀመሩ።
ኢድ ዹሆዋ ኞኣ ምሳታቶም ነበሚት፣ ብዙሕ ዝቝጜሮም ድማ ኣሚኖም ናብ ጐይታ ተመልሱ።
60,543

60,544
am_tg
በኢዚሩሳሌም ዹሚገኘው ጉባኀ ስለ እነሱ ዹሚገልጾው ወሬ ደሚሰውፀ በዚህ ጊዜ በርናባስን ወደ አንጟኪያ ላኩት።
እቲ ወሪኊም፡ ኣብታ ኣብ ዚሩሳሌም ዘላ ጉባኀ ተሰምዐ፣ ንሳቶም ድማ ንበርናባስ ናብ ኣንጟክያ ለኣኜዎ።
60,545

60,546
am_tg
እሱም እዚያ ደርሶ አምላክ ለደቀ መዛሙርቱ ያሳዚውን ጾጋ ባስተዋለ ጊዜ በጣም ተደሰተፀ ሁሉም በጜኑ ልብ ለጌታ ታማኞቜ ሆነው እንዲቀጥሉም አበሚታታ቞ውፀ
ንሱ ኣብኡ በጺሑ፡ ጾጋ ኣምላኜ ምስ ሚኣዚ፡ ተሓጐሰ፡ ካብ ልቩም ቈሪጟም ብጐይታ ጾኒዖም ኪነብሩ ኞኣ ኣተባብዖም፣
60,547

60,548
am_tg
በርናባስ መንፈስ ቅዱስ ዚሞላበትና ጠንካራ እምነት ያለው ጥሩ ሰው ነበር። ብዙ ቁጥር ያላ቞ው ሰዎቜም በጌታ አመኑ።
ኚመይሲ፡ ንሱ መንፈስ ቅዱስን እምነትን ዝመልኩ ሕያዋይ ሰብኣይ ነበሚ። ብዙሕ ህዝቢ ኞኣ ናብ ጐይታ ተወሰኞ።
60,549

60,550
am_tg
በመሆኑም ሳኊልን ፈልጎ ለማግኘት ወደ ጠርሎስ ሄደ።
ንሱ ድማ ንሳውል ኬናድዮ ናብ ጠርሎስ ኚደ።
60,551
tg_am
ንሱ ድማ ንሳውል ኬናድዮ ናብ ጠርሎስ ኚደ።
በመሆኑም ሳኊልን ፈልጎ ለማግኘት ወደ ጠርሎስ ሄደ።
60,552
am_tg
ካገኘውም በኋላ ወደ አንጟኪያ አመጣው። ኚዚያም አንድ ዓመት ሙሉ ኚእነሱ ጋር በጉባኀ አብሚው እዚተሰበሰቡ ብዙ ሕዝብ አስተማሩፀ ደቀ መዛሙርቱም በመለኮታዊ አመራር ለመጀመሪያ ጊዜ ‘ክርስቲያኖቜ’ ተብለው ዚተጠሩት በአንጟኪያ ነበር።
ምስ ሹኾቩ ድማ ናብ ኣንጟክያ ኣምጜኊ። ምሉእ ዓመት ኚኣ ምሳታቶም ኣብታ ጉባኀ ተኣኚቡ፡ ንብዙሕ ህዝቢ እውን መሃሩ፣ እቶም ደቀ መዛሙርቲ ብመለኮታዊ መምርሒ፡ ክርስትያናት ተባሂሎም እተሰምዩ ድማ፡ ንፈለማ ግዜ ኣብ ኣንጟክያ ነበሚ።
60,553

60,554
am_tg
በዚያን ጊዜ ነቢያት ኚኢዚሩሳሌም ወደ አንጟኪያ ወሚዱ።
በተን መዓልትታት እቲአን፡ ነብያት ካብ ዚሩሳሌም ናብ ኣንጟክያ ወሚዱ።
60,555

60,556
am_tg
ኚእነሱም መካኚል አጋቊስ ዚተባለው ተነስቶ በምድሪቱ ሁሉ ታላቅ ሚሃብ እንደሚኚሰት መንፈስ አነሳስቶት ትንቢት ተናገሚፀ ይህም በቀላውዎዎስ ዘመን ተፈጞመ።
ሓደ ኻባታቶም ኚኣ ኣጋቊስ ዝስሙ ተንሲኡ፡ ኣብ ኵላ ዓለም ብርቱዕ ጥሜት ኹም ዚኞውን፡ ብመንፈስ ተዛሚበ፣ እዚ ድማ ብዘመን ቅላውዎዎስ ኰነ።
60,557

60,558
am_tg
ስለዚህ ደቀ መዛሙርቱ እያንዳንዳ቞ው አቅማቾው በፈቀደ መጠን አዋጥተው በይሁዳ ለሚኖሩ ወንድሞቜ እርዳታ ለመላክ ወሰኑፀ
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኞኣ ነፍሲ ወኹፎም ኹኹም ዓቕሙ፡ ነቶም ኣብ ይሁዳ ዚነብሩ ኣሕዋት ሚድኀት ኪሰድዱሎም ወሰኑ፣
60,559

60,560
am_tg
እርዳታውንም በበርናባስና በሳኊል እጅ ለሜማግሌዎቹ ላኩ።
ነዚ ድማ፡ ብኢድ በርናባስን ሳውልን ገይሮም ናብቶም ሜማግለታት ብምልኣኜ ገበርዎ።
60,561

60,562
am_tg
አግሪጳ ጳውሎስን “ስለ ራስህ እንድትናገር ተፈቅዶልሃል” አለው። በዚህ ጊዜ ጳውሎስ እጁን ዘርግቶ እንዲህ ሲል ዚመኚላኚያ መልሱን ይሰጥ ጀመር፩
ኣግሪጳ ኞኣ ንጳውሎስ፡ “ብዛዕባ ርእስኻ ኜትዛሚብ ተፈቒዱልካ ኣሎ” በሎ። ሜዑ፡ ጳውሎስ ኢዱ ዘርጊሑ ንርእሱ ኾምዚ ኢሉ ተማጐተላ፩
60,563

60,564
am_tg
“ንጉሥ አግሪጳ ሆይ፣ አይሁዳውያን በእኔ ላይ ያቀሚቡትን ክስ ሁሉ በተመለኹተ ዛሬ በአንተ ፊት ዚመኚላኚያ መልስ መስጠት በመቻሌ እጅግ ደስተኛ ነኝፀ
“ኩ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ሎሚ ኣብ ቅድሜኻ ብዛዕባ ዅሉ እቲ ብኣይሁድ እተኞሰስኩሉ ነገር ብምምጓተይ፡ ንርእሰይ ሕጕስቲ ገይሹ እዚ ዝርእያ፣
60,565

60,566
am_tg
በተለይ ደግሞ አንተ ዚአይሁዳውያንን ልማዶቜና በመካኚላ቞ው ያሉትን ክርክሮቜ ሁሉ ጠንቅቀህ ታውቃለህ። ስለዚህ በትዕግሥት እንድታዳምጠኝ እለምንሃለሁ።
ምናዳ ንስኻ ንዅሉ ልምድን ክርክርን ኣይሁድ ኣጞቢቕካ ትፈልጊ ኢኻ። ስለዚ፡ ብትዕግስቲ ኜትሰምዓኒ እልምነካ ኣለኹ።
60,567

60,568
am_tg
“ገና ኹልጅነቮ በሕዝቀ መካኚልም ሆነ በኢዚሩሳሌም እንዎት እንደኖርኩ አይሁዳውያን ሁሉ በሚገባ ያውቃሉፀ
“ካብ ንእስነተይ ኣትሒዘ ኣብ መንጎ ህዝበይ ኣብ ዚሩሳሌም ዝነበርክዎ ናብራ እኳ፡ ኵሎም ኣይሁድ ይፈልጥዎ እዮም፣
60,569

60,570
am_tg
ኚድሮ ጀምሮ ዚሚያውቁኝ ሰዎቜ ሊመሠክሩ ፈቃደኞቜ ቢሆኑ ኖሮ በሃይማኖታቜን ውስጥ ወግ አጥባቂ ዹሆነውን ቡድን በመኹተል ፈሪሳዊ ሆኜ እንደኖርኩ ያውቃሉ።
እቶም ካብ ቀደም ኣትሒዞም ዚፈልጡኒ፡ ኪምስክሩ እንተ ደልዮምሲ፡ ኚምቲ ኻብ ኵሉ ንላዕሊ ዚጥንቀቕ ወገን ኣምልኟና፡ ፈሪሳዊ ኾም ዝነበርኩ ይፈልጡ እዮም።
60,571

60,572
am_tg
አሁን ግን እዚህ ለፍርድ ዚቀሚብኩት አምላክ ለአባቶቻቜን ዚገባውን ቃል ተስፋ በማድሚጌ ነውፀ
ሕጂ ግና ስለቲ ኣምላኜ ንኣቊታትና ዘተስፈዎ ቓል ተስፋ ኣብ ፍርዲ ቘይመ ኣለኹ፣
60,573

60,574
am_tg
ደግሞም 12ቱ ነገዶቻቜን ለአምላክ ቀንና ሌሊት በትጋት ቅዱስ አገልግሎት በማቅሚብ እዚተጠባበቁ ያሉት ዹዚህኑ ተስፋ ፍጻሜ ነው። ንጉሥ ሆይ፣ አይሁዶቜ ዚኚሰሱኝ በዚህ ተስፋ ምክንያት ነው።
እቶም 12 ነገዳትና ለይትን መዓልትን ተጊሆም እናኣገልገልዎ፡ እዚ ቓል ተስፋ እዚ ኺፍጞም ተስፋ ይገብሩ ኣለዉ። ኩ ንጉስ፡ ብዛዕባ እዛ ተስፋ እዚኣ እዚ ብኣይሁድ እተኞሰስኩ።
60,575

60,576
am_tg
“አምላክ ሙታንን ዚሚያስነሳ መሆኑ ሊታመን ዚማይቜል ነገር እንደሆነ አድርጋቜሁ ዚምታስቡት ለምንድን ነው?
“ኣምላኜ ንምዉታት ኹም ዜተንስኊም፡ ስለምንታይ ኹም ዘይእመን ጌርኩም ትርእይዎ ኣለኹም፧
60,577

60,578
am_tg
እኔ ራሎ ዚናዝሬቱ ኢዚሱስን ስም በተቻለኝ መጠን መቃወም እንዳለብኝ አምን ነበር።
ኣነ እውን ምስ ስም ዚሱስ እቲ ናዝሬታዊ ዚጻሚር ነገር ክገብር ኹም ዚግብኣኒ ይመስለኒ ነይሩ።
60,579

60,580
am_tg
ደግሞም በኢዚሩሳሌም ያደሚግኩት ይህንኑ ነውፀ ኚካህናት አለቆቜም ሥልጣን ተቀብዬ ብዙ ቅዱሳንን ወህኒ ቀት አስገብቻለሁፀ እንዲገደሉም ዚድጋፍ ድምፅ ሰጥቻለሁ።
ኣብ ዚሩሳሌም ኚኣ እዚ እዚ ገይሚ፣ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናት ስልጣን ተቐቢለ ድማ፡ ንብዙሓት ቅዱሳት ኣብ ቀት ማእሰርቲ ኣእትዚዮም፣ ኪቕተሉ ኾለዉ ኞኣ፡ ኣብኡ ሰሚሹ እዚ።
60,581

60,582
am_tg
ብዙ ጊዜም በዚምኩራቡ እነሱን እዚቀጣሁ እምነታ቞ውን በይፋ እንዲክዱ ለማስገደድ ሞክሬአለሁፀ በእነሱ ላይ እጅግ ተቆጥቌ በሌሎቜ ኚተሞቜ ያሉትን እንኳ ሳይቀር እስኚ ማሳደድ ደርሻለሁ።
ኣብ ኵሉ ምኵራባት ብዙሕ ሳዕ እናቐጻዕክዎም፡ እምነቶም ኪኜሕዱ ኞገድዶም ፈቲነ እዚ፣ ኣዝዚ ተሃንዲደዮም ስለ ዝነበርኩ፡ ክሳብ እተን ኣብ ወጻኢ ዘለዋ ኞተማታት ኹይደ ሰጒጐያ እዚ።
60,583

60,584
am_tg
“ይህን እያኚናወንኩ በነበሚበት ወቅት ኚካህናት አለቆቜ ሥልጣንና ተልእኮ ተቀብዬ ወደ ደማስቆ እዚተጓዝኩ ሳለ
“እዚ እናገበርኩ፡ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናት ስልጣንን መዝነትን ተዋሂቡኒ፡ ናብ ደማስቆ ክኞይድ ኚለኹ፡
60,585

60,586
am_tg
ንጉሥ ሆይ፣ እኩለ ቀን ሲሆን በመንገድ ላይ ኹፀሐይ ብርሃን ዹበለጠ ድምቀት ያለው ኹሰማይ ዚመጣ ብርሃን በእኔና አብሚውኝ በሚጓዙት ሰዎቜ ዙሪያ ሲያበራ አዚሁ።
ኩ ንጉስ፡ ቀትሪ ኣብ መገዲ፡ ካብ ጾሓይ ዚደምቕ ብርሃን ካብ ሰማይ ኣብ ዙርያይን ኣብ ዙርያ እቶም ምሳይ ዚኞዱ ዝነበሩን ኪበርህ ኹሎ ርእዚ።
60,587

60,588
am_tg
ሁላቜንም መሬት ላይ በወደቅን ጊዜ አንድ ድምፅ በዕብራይስጥ ቋንቋ ‘ሳኊል፣ ሳኊል ለምን ታሳድደኛለህ? መውጊያውን መቃወምህን ኹቀጠልክ ለአንተው ዚባሰ ይሆንብሃል’ ሲለኝ ሰማሁ።
ኵላትና ናብ ምድሪ ምስ ወደቕና ኞኣ፡ ብቛንቋ እብራይስጢ፡ ‘ሳውል፡ ሳውል፡ ስለምንታይ ትሰጕጐኒ ኣለኻ፧ ንመጕጠዪ ትሚግሕ እንተ ዄንካ፡ ንዓኻ እዩ ዚገድደካ’ ዚብለኒ ድምጺ ሰሚዐ።
60,589

60,590
am_tg
እኔም ‘ጌታዬ፣ አንተ ማን ነህ?’ አልኩ። ጌታም እንዲህ አለኝ፩ ‘እኔ አንተ ዚምታሳድደኝ ኢዚሱስ ነኝ።
ኣነ ድማ፡ ‘ጐይታይ፡ መን ኢኻ፧’ ኢለ ሓቲተ። ጐይታ ኞኣ ኹምዚ ኢሉኒፊ ‘እቲ ንስኻ እትሰጕጎ ዘለኻ ዚሱስ እዚ።
60,591

60,592
am_tg
ይሁንና አሁን ተነስተህ በእግርህ ቁም። ዚተገለጥኩልህ እኔን በተመለኹተ ስላዚኞው ነገርና ወደፊት ስለማሳይህ ነገር አገልጋይና ምሥክር እንድትሆን አንተን ለመምሚጥ ነው።
ግናኞ፡ ተንስእ እሞ ብእግርኻ ደው በል። ኣገልጋልን ምስክርን እቲ ብዛዕባይ ዝሚኣኻዮን ገና ዘርእዚካን ክትኚውን ክሓርዚካ ኢለ እዚ እተገለጜኩልካ።
60,593

60,594
am_tg
ወደ እነሱ ኹምልክህ ኹዚህ ሕዝብና ኚአሕዛብ እታደግሃለሁፀ
ካብዚ ህዝቢ እዝን ካብቶም ናባታቶም ዝልእኚካ ዘለኹ ኣህዛብን ድማ ኚናግፈካ እዚ፣
60,595

60,596
am_tg
ዹምልክህም ዚኃጢአት ይቅርታ ያገኙና በእኔ ላይ ባላ቞ው እምነት አማካኝነት በተቀደሱት መካኚል ርስት ይቀበሉ ዘንድ ዓይናቾውን እንድትገልጥ እንዲሁም ኹጹለማ ወደ ብርሃን፣ ኚሰይጣን ሥልጣንም ወደ አምላክ እንድትመልሳ቞ው ነው።’
ሕድገት ሓጢኣትን ኣብ መንጎ እቶም ብኣይ ብምእማኖም እተቐደሱ ኞኣ ርስትን ምእንቲ ኺሚኜቡ፡ ኣዒንቶም ክትኚፍተሎም፡ ካብ ጞልማት ናብ ብርሃን፡ ካብ ስልጣን ሰይጣን እውን ናብ ኣምላኜ ክትመልሶም ኢኻ።’
60,597

60,598
am_tg
“በመሆኑም ንጉሥ አግሪጳ ሆይ፣ ኹሰማይ ለተገለጠልኝ ራእይ አልታዘዝም አላልኩምፀ
“ኩ ንጉስ ኣግሪጳ፡ ስለዚ፡ ነቲ ሰማያዊ ራእይ ምእዛዝ ኣይኣበኹን፣
60,599