Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,100
am_tg
አብሚው እዚተጓዙ ዚነበሩትም ሰዎቜ ድምፅ ዹሰሙ ቢሆንም ማንንም ባለማዚታ቞ው ዚሚናገሩት ጠፍቷ቞ው ዝም ብለው ቆሙ።
እቶም ምስኡ ዚጕዓዙ ዝነበሩ ሰብኡት፡ ደሃይ እናሰምዑ ኜነሶም፡ ሓደ እኳ ኞይሚኣዩ፡ ተዓኒዶም ደው በሉ።
61,101
tg_am

61,102
am_tg
ሳኊልም ኚወደቀበት ተነሳፀ ዓይኖቹ ቢገለጡም ምንም ነገር ማዚት አልቻለም። በመሆኑም እጁን ይዘው እዚመሩ ወደ ደማስቆ ወሰዱት።
ሳውል ግና ካብ ምድሪ ተንሲኡ ኣዒንቱ ቛሕ እኳ እንተ ኣበለ፡ ኪርኢ ኣይኚኣለን። ብኢዱ መሪሖም ኚኣ ናብ ደማስቆ ኣእተውዎ።
61,103

61,104
am_tg
ለሊስት ቀንም ምንም ሳያይ እንዲሁም ሳይበላና ሳይጠጣ ቆዚ።
ኚይሚኣዚን ኹይበልዐን ኹይሰተዹን ድማ ሰለስተ መዓልቲ ገበሚ።
61,105
tg_am
ኚይሚኣዚን ኹይበልዐን ኹይሰተዹን ድማ ሰለስተ መዓልቲ ገበሚ።
ለሊስት ቀንም ምንም ሳያይ እንዲሁም ሳይበላና ሳይጠጣ ቆዚ።
61,106
am_tg
በደማስቆ ሐናንያ ዚሚባል አንድ ደቀ መዝሙር ነበርፀ ጌታም በራእይ “ሐናንያ!” አለው። እሱም “ጌታ ሆይ፣ እነሆኝ” አለ።
ኣብ ደማስቆ ኞኣ ሃናንያ ዝስሙ ወደ መዝሙር ነበሚ፣ ጐይታ ድማ ንዕኡ ብራእይ፡ “ሃናንያ!” በሎ። ንሱ ኞኣ፡ “እነኹ፡ ጐይታይ” በለ።
61,107

61,108
am_tg
ጌታም እንዲህ አለው፩ “ተነስተህ ‘ቀጥተኛ’ ወደተባለው መንገድ ሂድፀ በይሁዳም ቀት ሳኊል ዚሚባለውን ዚጠርሎስ ሰው ፈልግ። እሱም አሁን እዚጞለዚ ነውፀ
ጐይታ ድማ፡ “ተንስእ እሞ ናብታ ቕንዕቲ እትብሃል ጐደና ኺድ፣ ንሓደ ሳውል ዝስሙ ብዓል ጠርሎስ ኚኣ ኣብ ቀት ይሁዳ ድለዮ። እንሆ፡ ይጜሊ ኣሎ፣
61,109

61,110
am_tg
ሐናንያ ዚሚባል ሰው እንደሚመጣና ዓይኑ ይበራለት ዘንድ እጁን እንደሚጭንበት በራእይ አይቷል።”
ንሱ እውን ሃናንያ ዝስሙ ሰብኣይ መጺኡ፡ ምእንቲ ኺርኢ፡ ኣእዳዉ ኾም ዜንብሚሉ፡ ብራእይ ርእዩ ኣሎ” በሎ።
61,111

61,112
am_tg
ሐናንያ ግን እንዲህ ሲል መለሰ፩ “ጌታ ሆይ፣ ይህ ሰው በኢዚሩሳሌም ባሉ ቅዱሳን አገልጋዮቜህ ላይ ምን ያህል ጉዳት እንዳደሚሰ ኚብዙዎቜ ሰምቻለሁ።
ሃናንያ ግና፡ “ጐይታይ፡ ብዛዕባ እዚ ሰብኣይ እዚ፡ ንቕዱሳትካ ኣብ ዚሩሳሌም ክንደይ ክፉእ ኹም ዝገበሮም፡ ካብ ብዙሓት ሰሚዐ ኣለኹ።
61,113

61,114
am_tg
ወደዚህ ስፍራ ዚመጣው ስምህን ዚሚጠሩትን ሁሉ ለማሰር ኚካህናት አለቆቜ ሥልጣን ተሰጥቶት ነው።”
ኣብዚ ድማ ንዅሎም እቶም ስምካ ዚጜውዑ ኺኣስር፡ ካብ ሊቃውንቲ ኻህናት ስልጣን ኣለዎ” ኢሉ መለሰ።
61,115

61,116
am_tg
ጌታ ግን እንዲህ አለው፩ “ይህ ሰው በአሕዛብ እንዲሁም በነገሥታትና በእስራኀል ልጆቜ ፊት ስሜን እንዲሞኚምለእኔ ዹተመሹጠ ዕቃ ስለሆነ ወደ እሱ ሂድ።
ጐይታ ግና፡ “እዚ ሰብኣይ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣህዛብን ነገስታትን ደቂ እስራኀልን ስመይ ኪጞውር፡ ንዓይ ሕሩይ ኣቕሓ ስለ ዝዀነ፡ ኪድ ደኣ።
61,117

61,118
am_tg
እኔም ስለ ስሜ ሲል ምን ያህል መኚራ መቀበል እንዳለበት በግልጜ አሳዚዋለሁ።”
ምእንቲ ስመይ ክንደይ መኚራ ኺጞግብ ኹም ዚግብኊስ ብግልጺ ኞርእዮ እዚ” በሎ።
61,119

61,120
am_tg
ስለዚህ ሐናንያ ሄደፀ ወደተባለውም ቀት ገባፀ እጁንም በላዩ ጭኖ እንዲህ አለው፩ “ወንድሜ ሳኊል፣ ወደዚህ ስትመጣ መንገድ ላይ ዹተገለጠልህ ጌታ ኢዚሱስ ዹዓይንህ ብርሃን እንዲመለስልህና በመንፈስ ቅዱስ እንድትሞላ እኔን ልኮኛል።”
ሜዑ፡ ሃናንያ ኾደ እሞ ናብታ ቀት ኣተወ፣ ኣእዳዉ ኣብኡ ኣንቢሩ ኞኣ፡ “ሳውል ሓወይ፡ እቲ ኜትመጜእ ኚለኻ ኣብ መገዲ እተራእዚካ ጐይታና ዚሱስ፡ ምእንቲ ኜትርእን ብመንፈስ ቅዱስ ምእንቲ ኜትምላእን፡ ናባኻ ልኢኹኒ” በሎ።
61,121

61,122
am_tg
ወዲያውም ኚዓይኖቹ ላይ ቅርፊት ዚሚመስሉ ነገሮቜ ወደቁፀ እሱም እንደገና ማዚት ቻለ። ኚዚያም ተነስቶ ተጠመቀፀ
ብኡብኡ ድማ፡ ካብ ኣዒንቱ ኾም ቅርፍቲ ዝበለ ወደቐ እሞ ሚኣዚ። ተንሲኡ እውን ተጠምቀ፣
61,123

61,124
am_tg
እንዲሁም ምግብ በልቶ ብርታት አገኘ። በደማስቆ ካሉ ደቀ መዛሙርት ጋር ዹተወሰኑ ቀናት ቆዚፀ
ምግቢ ምስ በልዐ ድማ፡ በርትዐ። ምስቶም ኣብ ደማስቆ ዝነበሩ ደቀ መዛሙርቲ ኞኣ ገለ መዓልትታት ጞንሐ፣
61,125

61,126
am_tg
ወዲያውም ስለ ኢዚሱስ እሱ ዹአምላክ ልጅ እንደሆነ በምኩራቊቹ ውስጥ መስበክ ጀመሚ።
ብኡብኡ ድማ፡ ኣብ ምኵራባት ብዛዕባ ዚሱስ፡ ንሱ ወዲ ኣምላኜ ምዃኑ ሰበኞ።
61,127

61,128
am_tg
ዚሰሙት ሁሉ ግን እጅግ በመደነቅ እንዲህ ይሉ ነበር፩ “ይህ ሰው በኢዚሩሳሌም ይህን ስም ዚሚጠሩትን ሲያጠፋ ዹነበሹው አይደለም? ወደዚህስ ዚመጣው እነሱን እያሰሚ ለካህናት አለቆቜ ለማስሚኚብ አልነበሹም?”
ኵሎም እቶም ዝሰምዕዎ ግና ተደመሙ እሞ፡ “እቲ ኣብ ዚሩሳሌም ነቶም ነዚ ስም እዚ ዚጜውዑ ዘጥፍኊም እዚ ደይኰነን፧ ኣሲሩ ናብ ሊቃውንቲ ኻህናት ምእንቲ ኺወስዶም ኢሉ ደይኰነን ናብዚ ዝመጾ፧” ይብሉ ነበሩ።
61,129

61,130
am_tg
ሳኊል ግን ይበልጥ እዚበሚታ ሄደፀ በደማስቆ ዚሚኖሩ አይሁዶቜን ኢዚሱስ እሱ ክርስቶስ እንደሆነ አሳማኝ ማስሚጃ እያቀሚበ አፋቾውን ያስይዛ቞ው ነበር።
ሳውል ግና እናበርትዐ ኞደ፣ ነቶም ኣብ ደማስቆ ዚነብሩ ዝነበሩ ኣይሁድ ኚኣ፡ ዚሱስ እቲ ክርስቶስ ምዃኑ ኣሚድኊም።
61,131

61,132
am_tg
በርካታ ቀናት ካለፉ በኋላ አይሁዳውያን እሱን ለመግደል አሎሩ።
ብዙሕ መዓልትታት ምስ ሓለፈ፡ ኣይሁድ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ።
61,133
tg_am
ብዙሕ መዓልትታት ምስ ሓለፈ፡ ኣይሁድ ኪቐትልዎ ውዲት ኣለሙ።
በርካታ ቀናት ካለፉ በኋላ አይሁዳውያን እሱን ለመግደል አሎሩ።
61,134
am_tg
ይሁን እንጂ ሳኊል ሎራ቞ውን አወቀ። እነሱም ሊገድሉት ስለፈለጉ ቀን ኚሌት ዹኹተማዋን በሮቜ ነቅተው ይጠብቁ ነበር።
ሳውል ግና ውዲቶም ፈለጠ። ንሳቶም ኚኣ ምእንቲ ኪቐትልዎ፡ መዓልትን ለይትን ነቲ ኣፍ ደገታት ይሕልውዎ ነበሩ።
61,135

61,136
am_tg
ስለዚህ ዚእሱ ደቀ መዛሙርት ሳኊልን ወስደው በሌሊት በኹተማዋ ቅጥር ላይ ባለ መስኮት በማሟለክ በቅርጫት አወሚዱት።
ደቀ መዛሙርቱ ኞኣ ብለይቲ ወሲዶም ኣብ ኹፈር ገይሮም፡ በቲ ኣብቲ መካበብያ ዘሎ መስኰት ኣውሚድዎ።
61,137

61,138
am_tg
ኢዚሩሳሌም በደሹሰ ጊዜ ኹደቀ መዛሙርቱ ጋር ለመቀላቀል ጥሚት አደሚገፀ እነሱ ግን ደቀ መዝሙር መሆኑን ስላላመኑ ሁሉም ፈሩት።
ናብ ዚሩሳሌም ምስ በጜሐ ኞኣ፡ ናብቶም ደቀ መዛሙርቲ ኺሕወስ ፈተነ፣ ንሳቶም ግና፡ ወደ መዝሙር ምዃኑ ስለ ዘይኣመንዎ፡ ኵላቶም ፈርህዎ።
61,139

61,140
am_tg
ስለዚህ በርናባስ ሚዳውፀ ሳኊልንም ወደ ሐዋርያት ወስዶ በመንገድ ላይ ጌታን እንዎት እንዳዚውና እሱም እንዎት እንዳናገሚው እንዲሁም በደማስቆ በኢዚሱስ ስም እንዎት በድፍሚት እንደተናገሚ በዝርዝር ነገራ቞ው።
ሜዑ፡ በርናባስ ሚድኊ፡ ናብ ሃዋርያት እውን ወሰዶ፣ ንሱ ድማ፡ ጐይታ ኣብ መገዲ ኾመይ ኢሉ ኾም እተራእዮን ኹም እተዛሚቊን፡ ኣብ ደማስቆ ኞኣ ብስም ዚሱስ ኹመይ ገይሩ ብትብዓት ኹም እተዛሚበ ኣዘንተወሎም።
61,141

61,142
am_tg
እሱም በኢዚሩሳሌም በነፃነት እዚተንቀሳቀሰና በጌታ ስም በድፍሚት እዚተናገሚ አብሯ቞ው ቆዚ።
ብስም ጐይታ ተቢዑ እናተዛሚበ፡ ምሳታቶም ኣብ ዚሩሳሌም ብናጻ ይንቀሳቐስ ነበሚ።
61,143

61,144
am_tg
ግሪክኛ ተናጋሪ ኹሆኑ አይሁዳውያን ጋር ይነጋገርና ይኚራኚር ነበርፀ እነሱ ግን ሊገድሉት ሞኚሩ።
ምስቶም ግሪኜኛ ዝቛንቋኩም ኣይሁድ ኚኣ ይዛሚብን ይኚራኞርን ነበሚ። ንሳቶም ግና ኪቐትልዎ ይፈታትኑ ነበሩ።
61,145

61,146
am_tg
ወንድሞቜ ይህን ሲያውቁ ወደ ቂሳርያ ይዘውት ወሚዱፀ ኚዚያም ወደ ጠርሎስ ላኩት።
እቶም ኣሕዋት እዚ ምስ ፈለጡ፡ ናብ ቂሳርያ ኣውሚድዎ፡ ናብ ጠርሎስ እውን ሰደድዎ።
61,147

61,148
am_tg
በዚያ ወቅት በይሁዳ፣ በገሊላና በሰማርያ ያለው ጉባኀ ሁሉ ሰላም አገኘፀ በእምነትም እዚጠነኚሚ ሄደፀ መላው ጉባኀ ይሖዋን በመፍራትና መንፈስ ቅዱስ ኹሚሰጠው ማጜናኛ ጋር በመስማማት ይኖር ስለነበር በቁጥር እዚበዛ ሄደ።
ሜዑ፡ እታ ኣብ ብዘላ ይሁዳን ገሊላን ሰማርያን ዝነበሚት ጉባኀ ሰላም ሚኺባ ተሃንጞት፣ ብፍርሃት ዹሆዋን ብምጜንናዕ መንፈስ ቅዱስን ክትመላለስ ኹላ ኞኣ፡ እናበዝሐት ኚደት።
61,149

61,150
am_tg
ጎጥሮስም በዚቊታው እዚተዘዋወሚ በነበሚበት ወቅት በልዳ ወደሚኖሩት ቅዱሳን ደግሞ ወሚደ።
ጎጥሮስ ብዅሉ እቲ ዞባ ኺዘውር ኹሎ ድማ፡ ናብቶም ኣብ ልዳ ዚነብሩ ቕዱሳት እውን ወሚደ።
61,151

61,152
am_tg
በዚያም ሜባ በመሆኑ ዚተነሳ ለስምንት ዓመት ዹአልጋ ቁራኛ ዹሆነ ኀንያስ ዚተባለ አንድ ሰው አገኘ።
ኣብኡ ኞኣ ኀንያ ዝስሙ ንሾሞንተ ዓመት ኣብ ዓራቱ ዝደቀሰ ልሙስ ሚኞበ።
61,153

61,154
am_tg
ጎጥሮስም “ኀንያስ፣ ኢዚሱስ ክርስቶስ ይፈውስሃል። ተነሳና አልጋህን አንጥፍ” አለው። እሱም ወዲያውኑ ተነሳ።
ጎጥሮስ ድማ፡ “ኀንያ፡ ዚሱስ ክርስቶስ ዚሕውዚካ ኣሎ። ተንስእ እሞ ዓራትካ ኣንጜፍ” በሎ። ንሱ ኞኣ፡ ብኡብኡ ተንስአ።
61,155

61,156
am_tg
በልዳ እና በሳሮን ሜዳ ዚሚኖሩ ሁሉ እሱን አይተው በጌታ አመኑ።
ኵሎም እቶም ኣብ ልዳን ኣብ ጐልጐል ሳሮንን ዚነብሩ ዝነበሩ ንዕኡ ምስ ሚኣይዎ፡ ናብ ጐይታ ተመልሱ።
61,157

61,158
am_tg
በኢዮጎ ጣቢታ ዚምትባል አንዲት ደቀ መዝሙር ነበሚቜፀ ዚስሟም ትርጉም “ዶርቃ” ማለት ነው። እሷም መልካም በማድሚግና ምጜዋት በመስጠት ዚምትታወቅ ነበሚቜ።
ኣብ ዮጎ ኞኣ ጣቢታ ዝስማ ጓለ መዝሙር ነበሚት፣ ትርጉም ስማ ድማ “ዶርቃስ” ማለት እዩ። ንሳ ኞኣ ብብዝሒ ሰናይ ግብሪ ትገብርን ምጜዋት ትምጜውትን ነበሚት።
61,159

61,160
am_tg
በዚያን ጊዜም ታማ ሞተቜ። ሰዎቜም አጠቧትና በደርብ ላይ በሚገኘው ክፍል ውስጥ አስቀመጧት።
በተን መዓልትታት እቲአን ግና፡ ሓሚማ ሞተት። ሓጺቊም ድማ ኣብ ደርቢ ኣንበርዋ።
61,161

61,162
am_tg
ልዳ ለኢዮጎ ቅርብ ስለነበሚቜ ደቀ መዛሙርቱ ጎጥሮስ በዚያቜ ኹተማ እንዳለ ሲሰሙ “እባክህ ፈጥነህ ወደ እኛ ና” ብለው እንዲለምኑት ሁለት ሰዎቜ ወደ እሱ ላኩ።
ልዳ ጥቓ ዮጎ ስለ ዝነበሚት፡ እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ጎጥሮስ ኣብታ ኾተማ እቲኣ ኾም ዘሎ ምስ ሰምዑ፡ “ኚይደንጐኻ ግዳ ምጾና” ኢሎም ምእንቲ ኺልምንዎ ኜልተ ሰብኡት ለኣኹሉ።
61,163

61,164
am_tg
በዚህ ጊዜ ጎጥሮስ ተነስቶ አብሯ቞ው ሄደ። እዚያም ሲደርስ ደርብ ላይ ወደሚገኘው ክፍል ይዘውት ወጡፀ መበለቶቹም ሁሉ በዙሪያው ቆመው እያለቀሱ ዶርቃ ኚእነሱ ጋር በነበሚቜበት ጊዜ ዚሠራቻ቞ውን በርካታ ልብሶቜና ቀሚሶቜ ያሳዩት ነበር።
ሜዑ፡ ጎጥሮስ ተንሲኡ ምሳታቶም ኚደ። ኣብኡ ምስ በጜሐ ኞኣ፡ ናብቲ ደርቢ ኣደዚብዎ፣ ኵለን እተን መበለታት ኚኣ እናበኞያን ዶርቃስ ምሳታተን ኹላ ዝሰፈዚቶ ቐመውሜን ክዳውንትን እናኣርኣያኊን ኣብ ቅድሚኡ ቐሚባ።
61,165

61,166
am_tg
ጎጥሮስም ሁሉም እንዲወጡ ካደሚገ በኋላ ተንበርክኮ ጞለዚ። ኚዚያም ወደ አስኚሬኑ ዞር ብሎ “ጣቢታ፣ ተነሜ!” አለ። እሷም ዓይኖቿን ገለጠቜፀ ጎጥሮስንም ባዚቜ ጊዜ ቀና ብላ ተቀመጠቜ።
ጎጥሮስ ግና ንዅላቶም ናብ ወጻኢ ኣውጺኡ፡ ተምበርኪኹ ጞለዚ፣ ናብቲ ሬሳኣ ግልጜ ኢሉ ኞኣ፡ “ጣቢታ፡ ተንስኢ!” በለ። ንሳ ድማ ኣዒንታ ቛሕ ኣበለት፣ ንጎጥሮስ ምስ ሚኣዚቶ እውን፡ ኮፍ በለት።
61,167

61,168
am_tg
እሱም እጇን ይዞ አስነሳትፀ ቅዱሳኑንና መበለቶቹንም ጠርቶ ሕያው መሆኗን አሳያ቞ው።
ኢዱ ዘርጊሑ ኣተንስኣ፣ ነቶም ቅዱሳትን ነተን መበለታትን ጾዊዑ ድማ፡ ህያው ገይሩ ኣብ ቅድሚኊም ኣቕሚባ።
61,169

61,170
am_tg
ይህ ነገር በመላው ኢዮጎ ታወቀፀ ብዙዎቜም በጌታ አመኑ።
እዚ ኣብ ብዘላ ዮጎ ተፈልጠ፣ ብዙሓት ኚኣ ብጐይታ ኣመኑ።
61,171
tg_am
እዚ ኣብ ብዘላ ዮጎ ተፈልጠ፣ ብዙሓት ኚኣ ብጐይታ ኣመኑ።
ይህ ነገር በመላው ኢዮጎ ታወቀፀ ብዙዎቜም በጌታ አመኑ።
61,172
am_tg
ጎጥሮስም በኢዮጎ ስምዖን በተባለ አንድ ቆዳ ፋቂ ቀት ለበርካታ ቀናት ተቀመጠ።
ንሱ ድማ ንሓያሎ መዓልትታት ምስ ስምኊን ዚብሃል ኣልፋዓይ፡ ኣብ ዮጎ ቐነዚ።
61,173

61,174
am_tg
ኚአምስት ቀን በኋላ ሊቀ ካህናቱ ሐናንያ ኹተወሰኑ ሜማግሌዎቜና ጠርጡለስ ኚሚባል ጠበቃ ጋር ወደ ቂሳርያ ወሚደፀ እነሱም በጳውሎስ ላይ ያላ቞ውን ክስ ለአገሹ ገዢው አቀሚቡ።
ድሕሪ ሓሙሜተ መዓልቲ፡ ሃናንያ እቲ ሊቀ ኻህናት ምስ ገሊኩም ዓበይትን ጠርጠሎስ ምስ ዚብሃል ክኢላ ተዛራብን ወሚደ፣ ንሳቶም ድማ ኣንጻር ጳውሎስ ዝነበሮም ጕዳይ ኣብ ቅድሚ እቲ ሹም ኣቕሚቡ።
61,175

61,176
am_tg
በተጠራም ጊዜ ጠርጡለስ እንዲህ ሲል ይኹሰው ጀመር፩ “ክቡር ፊሊክስ ሆይ፣ በአንተ አማካኝነት ብዙ ሰላም አግኝተናልፀ አስተዋይነትህም ለዚህ ሕዝብ መሻሻል አስገኝቷልፀ
ንሱ ምስ ተጞውዐ፡ ጠርጠሎስ ኹምዚ ኢሉ ኪኞስሶ ጀመሹ፩ “ኩ ኜቡር ፌሊክስ፡ ብኣኻ ብዙሕ ሰላም ኹም ዝሚኞብና፡ ኣርሒቕካ ስለ እትሓስብ ድማ ነዚ ህዝቢ እዚ ኾም እተመሓዚሞሉ ብምርኣይና፡
61,177

61,178
am_tg
በማንኛውም ጊዜና በዚትኛውም ቊታ ለእነዚህ ነገሮቜ ሁሉ ታላቅ ምስጋና እናቀርባለን።
ኵሉ ግዜን ኣብ ኵሉን ብብዙሕ ምስጋና ነዚ ንእመነሉ ኢና።
61,179

61,180
am_tg
ይሁንና አሁን ጊዜህን እንዳልወስድብህ በአጭሩ ዹምንነግርህን ጉዳይ መልካም ፈቃድህ ሆኖ እንድትሰማን እለምንሃለሁ።
ካብዚ ንላዕሊ ኞዚንውሓልካ ግና፡ ብሓጺሩ ብለውሃትካ ኜትሰምዓና እልምነካ ኣለኹ።
61,181

61,182
am_tg
ይህ ሰው መቅሰፍት ሆኖብናልፀ በዓለም ባሉት አይሁዳውያን ሁሉ መካኚል ዓመፅ ያነሳሳልፀ ኹዚህም ሌላ ዚናዝሬታውያን ኑፋቄ ቀንደኛ መሪ ነው።
ንሕና ነዚ ሰብኣይ እዚ ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ብዓለሙ ዘለዉ ኣይሁድ መትኚርን መናዓብን መራሒ ኑፋቐ ናዝሬታውያንን ኰይኑ ሚኺብናዮ፣
61,183

61,184
am_tg
በዚህ ላይ ደግሞ ቀተ መቅደሱን ለማርኚስ ሲሞክር ስላገኘነው ያዝነው።
ቀተ መቕደስ ኬርክስ ምስ ፈተነ እውን ሒዝናዮ።
61,185

61,186
am_tg
አንተ ራስህ ስትመሚምሚው በእሱ ላይ ያቀሚብነው ክስ ትክክል መሆኑን ማሚጋገጥ ትቜላለህ።”
ብዛዕባ እዚ ዅሉ እንኞስሶ ዘለና ነገር፡ ባዕልኻ መርሚርካ ኜትፈልጥ ትኜእል ኢኻ።”
61,187

61,188
am_tg
አይሁዳውያኑም ዚተባለው ነገር ሁሉ እውነት መሆኑን በመግለጜ በክሱ ተባበሩ።
ኣይሁድ እውን ነቲ ኜሲ ሰሚሮም፡ እቲ ነገር ኚምኡ ምዃኑ ገለጹ።
61,189

61,190
am_tg
አገሹ ገዢውም እንዲናገር በጭንቅላቱ ምልክት በሰጠው ጊዜ ጳውሎስ እንዲህ ሲል መለሰ፩ “ለብዙ ዓመታት ለዚህ ሕዝብ ፈራጅ ሆነህ ስታገለግል መቆዚትህን አውቃለሁፀ በመሆኑም ስለ ራሎ ዚመኚላኚያ መልስ ዹማቀርበው በደስታ ነው።
እቲ ሹም ንጳውሎስ፡ ኪዛሚብ ብርእሱ ምስ ኣመልኚቶ፡ ንሱ ኾምዚ ኢሉ መለሰ፩ “ነዚ ህዝቢ እዚ ፈራዲ ኻብ እትኞውን ብዙሕ ዓመታት ኹም ዝገበርካ ስለ ዝፈልጥ፡ ንርእሰይ ተሓጒሰ እማጐተላ ኣለኹ።
61,191

61,192
am_tg
ለአምልኮ ወደ ኢዚሩሳሌም ኚወጣሁ ኹ12 ቀን እንደማይበልጥ አንተው ራስህ ማሚጋገጥ ትቜላለህፀ
ኚምልኜ ኢለ ናብ ዚሩሳሌም ካብ ዝድይብ፡ ካብ 12 መዓልቲ ዚበዝሕ ኹም ዘይገበርኩ፡ ኚተሚጋግጜ ትኜእል ኢኻ፣
61,193

61,194
am_tg
እንዲሁም በቀተ መቅደሱ ኹማንም ጋር ስኚራኚርም ሆነ በምኩራቊቜ ወይም በኹተማው ውስጥ ሕዝቡን ለዓመፅ ሳነሳሳ አላገኙኝም።
ኣብ ቀተ መቕደስ ምስ ሓደ እኳ ኜኚራኞር ወይስ ኣብ ምኵራባት ኰነ ኣብ ምልእቲ እታ ኾተማ ንህዝቢ ኾለዓዕል ኣይሚኞቡንን።
61,195

61,196
am_tg
በተጚማሪም አሁን ላቀሚቡብኝ ክስ ሁሉ ምንም ማስሚጃ ሊያቀርቡልህ አይቜሉም።
ነቲ ሕጂ ዚኞስሱኒ ዘለዉ ነገር እውን፡ መርትዖ ኬቕርቡልካ ኣይክእሉን እዮም።
61,197

61,198
am_tg
ይሁን እንጂ በሕጉና በነቢያት ዚተጻፉትን ነገሮቜ ሁሉ ስለማምን እነሱ ኑፋቄ ብለው ዚሚጠሩትን ዚሕይወት መንገድ እንደምኚተልና በዚህም መንገድ ለአባቶቌ አምላክ ቅዱስ አገልግሎት እንደማቀርብ አልክድም።
ግናኞ፡ ንዅሉ እቲ ኣብ ሕግን ነብያትን ተጻሒፉ ዘሎ እናኣመንኩ፡ በታ ንሳቶም ኑፋቐ ዚብልዋ ዘለዉ መገዲ፡ ኚምኡ ገይሹ ንኣምላኜ ኣቊታተይ ኹም ዘገልግሎ፡ እዚ እእመነልካ ኣለኹ።
61,199