Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
61,000
am_tg
ስለዚህ አሁን የምንነግርህን ነገር አድርግ፦ ስእለት ያለባቸው አራት ሰዎች በእኛ ዘንድ አሉ።
እምበኣር፡ እዚ እንብለካ ግበር፦ መብጽዓ ዘለዎም ኣርባዕተ ሰብኡት ኣለዉና።
61,001
tg_am

61,002
am_tg
እነዚህን ሰዎች ይዘህ በመሄድ ከእነሱ ጋር የመንጻት ሥርዓት ፈጽም፤ ራሳቸውንም እንዲላጩ የሚያስፈልገውን ገንዘብ ክፈልላቸው። ይህን ካደረግክ በአንተ ላይ የተወራው ሁሉ ከንቱ መሆኑንና አንተም ሕጉን እያከበርክ በሥርዓት እንደምትኖር ሁሉም ሰው ያውቃል።
ነዚኣቶም ተማልኣዮም እሞ ምሳታቶም ንጻህ፣ ርእሶም ኪላጸዩ እውን፡ ወጻኢታቶም ሸፍነሎም። ሽዑ፡ ንስኻ እውን ሕጊ እናሓሎኻ ብስርዓት ከም እትመላለስ እምበር፡ እዚ ብዛዕባኻ ዝሰምዕዎ ወረስ ከንቱ ምዃኑ፡ ኵሎም ኪፈልጡ እዮም።
61,003

61,004
am_tg
ከአሕዛብ የመጡትን አማኞች በተመለከተ ግን ለጣዖት ከተሠዋ፣ ከደም፣ ታንቆ ከሞተ እንስሳ ሥጋና ከፆታ ብልግና እንዲርቁ ወስነን ደብዳቤ ጽፈንላቸዋል።”
ብዛዕባ እቶም ዝኣመኑ ኣህዛብ ግና፡ ንጣኦታት ካብ እተሰውአን ካብ ደምን ካብ ሕኑቕን ካብ ምንዝርናን ኪርሕቁ፡ ውሳነና ብጽሑፍ ልኢኽናሎም ኣለና።”
61,005

61,006
am_tg
ከዚያም ጳውሎስ በማግስቱ ሰዎቹን ይዞ በመሄድ አብሯቸው የመንጻት ሥርዓቱን ፈጸመ፤ የመንጻት ሥርዓቱ የሚያበቃበትን ቀንና ለእያንዳንዳቸው መባ የሚቀርብበትን ጊዜ ለማሳወቅም ወደ ቤተ መቅደሱ ገባ።
ሽዑ፡ ጳውሎስ ነቶም ሰብኡት ሒዙ ንጽብሒቱ ምሳታቶም ነጽሀ፣ መዓልትታት ምንጻሆም መዓስ ከም ዚውድኣን ንነፍሲ ወከፎም መዓስ መስዋእቲ ኸም ዚቐርበሎምን ኪነግር ከኣ ናብ ቤተ መቕደስ ኣተወ።
61,007

61,008
am_tg
ሰባቱ ቀናት ሊጠናቀቁ በተቃረቡበት ጊዜ ከእስያ የመጡ አይሁዳውያን ጳውሎስን በቤተ መቅደሱ ውስጥ ሲያዩት ሕዝቡን ሁሉ ለሁከት በማነሳሳት ያዙት፤
እተን ሸውዓተ መዓልቲ ኺውድኣ ምስ ቀረባ ድማ፡ ካብ እስያ ዝመጹ ኣይሁድ ኣብ ቤተ መቕደስ ምስ ረኣይዎ፡ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ኣናዒቦም፡ ኣእዳዎም ዘርጊሖም ሓዝዎ እሞ፡
61,009

61,010
am_tg
እንዲህ እያሉም ጮኹ፦ “የእስራኤል ሰዎች ሆይ፣ እርዱን! በሄደበት ቦታ ሁሉ ለሚያገኛቸው ሰዎች ሕዝባችንን፣ ሕጋችንንና ይህን ስፍራ የሚቃወም ትምህርት የሚያስተምረው ይህ ሰው ነው። በዚህ ላይ ደግሞ የግሪክ ሰዎችን ወደ ቤተ መቅደሱ ይዞ በመምጣት ይህን ቅዱስ ስፍራ አርክሷል።”
“ኣቱም ሰብ እስራኤል፡ ርድኡና! እቲ ኣብ ኵሉ ምስ ህዝብናን ምስ ሕግናን ምስ እዛ ቦታ እዚኣን ዚጻረር ንዅሉ ዚምህር ሰብ እዚ እዩ። ኣብ ርእሲ እዚ ድማ ግሪኻውያን እውን ናብ ቤተ መቕደስ ኣእትዩ፡ ነዛ ቕድስቲ ቦታ ኸኣ ኣርኪስዋ” ኢሎም ጨደሩ።
61,011

61,012
am_tg
ይህን ያሉት ቀደም ሲል የኤፌሶኑን ሰው ጢሮፊሞስን ከእሱ ጋር ከተማው ውስጥ አይተውት ስለነበር ነው፤ ደግሞም ጳውሎስ ይህን ሰው ወደ ቤተ መቅደሱ ይዞት የገባ መስሏቸው ነበር።
ከመይሲ፡ ቅድም ንጥሮፊሞስ ብዓል ኤፌሶን ምስኡ ኣብ ከተማ ርእዮምዎ ነበሩ፣ ጳውሎስ ናብታ ቤተ መቕደስ ዘእተዎ እውን መሲልዎም ነበረ።
61,013

61,014
am_tg
በመሆኑም ከተማዋ በሙሉ ታወከች፤ ሕዝቡም ግር ብለው እየሮጡ በመምጣት ጳውሎስን ያዙት፤ እየጎተቱም ከቤተ መቅደሱ አወጡት፤ በሮቹም ወዲያው ተዘጉ።
ብዘላ እታ ኸተማ ኸኣ ተነዓበት፣ ህዝቢ እናጐየየ ድማ መጸ፣ ንጳውሎስ ሒዞም ከኣ ካብታ ቤተ መቕደስ ንወጻኢ ወጠጥዎ፣ ብኡብኡ እውን ነቲ መዓጹ ዓጸውዎ።
61,015

61,016
am_tg
ሊገድሉትም እየሞከሩ ሳለ መላዋ ኢየሩሳሌም እንደታወከች የሚገልጽ ወሬ ለሠራዊቱ ሻለቃ ደረሰው፤
ኪቐትልዎ ምስ ደለዩ ድማ፡ ነቲ ሓለቓ ሽሕ እቲ ኣሃዱ ሰራዊት፡ ብዘላ የሩሳሌም ዕግርግር ከም ዝበለት፡ ሓበሬታ በጽሖ፣
61,017

61,018
am_tg
እሱም ወዲያውኑ ወታደሮችንና የጦር መኮንኖችን ይዞ እየሮጠ ወደ እነሱ ወረደ። እነሱም ሻለቃውንና ወታደሮቹን ሲያዩ ጳውሎስን መደብደባቸውን ተዉ።
ንሱ ድማ ብኡብኡ ወተሃደራትን ሓላቑ ሚእትን ሒዙ ናባታቶም ጐየየ። ነቲ ሓለቓ ሽሕን ንወተሃደራቱን ምስ ረኣዩ፡ ንጳውሎስ ምውቃዑ ሓደጉ።
61,019

61,020
am_tg
በዚህ ጊዜ የሠራዊቱ ሻለቃ ቀርቦ በቁጥጥር ሥር አዋለውና በሁለት ሰንሰለት እንዲታሰር አዘዘ፤ ከዚያም ማን እንደሆነና ምን እንዳደረገ ጠየቀ።
ሽዑ፡ እቲ ሓለቓ ሽሕ ቀሪቡ ሓዞ፡ ብኽልተ ሰንሰለት ኪእሰር ድማ ኣዘዘ፣ መን ምዃኑን እንታይ ከም ዝገበረን እውን ሓተተ።
61,021

61,022
am_tg
ከሕዝቡም መካከል አንዳንዶች አንድ ነገር ሲናገሩ ሌሎቹ ደግሞ ሌላ ነገር ይናገሩ ነበር። ስለዚህ ሻለቃው ከጫጫታው የተነሳ ምንም የተጨበጠ ነገር ማግኘት ስላልቻለ ወደ ጦር ሰፈሩ እንዲወሰድ አዘዘ።
ግናኸ፡ እቶም ህዝቢ፡ ገሊኣቶም ከምዚ፡ ገሊኣቶም እውን ከምቲ ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ። ብሰንኪ እቲ ጫውጫው ርግጹ ምፍላጥ ምስ ሰኣነ ኸኣ፡ ናብ ሰፈር ወተሃደራት ኬብጽሕዎ ኣዘዘ።
61,023

61,024
am_tg
ሆኖም ጳውሎስ ወደ ደረጃው በደረሰ ጊዜ ከሕዝቡ ዓመፅ የተነሳ ወታደሮቹ ተሸክመውት ለመሄድ ተገደዱ፤
ኣብቲ መደያይቦ ምስ በጽሐ ግና፡ እቲ ህዝቢ ስለ ዝነደረ፡ እቶም ወተሃደራት ተሰከምዎ፣
61,025

61,026
am_tg
ብዙ ሕዝብም እየተከተለ “ግደለው!” እያለ ይጮኽ ነበር።
ከመይሲ፡ ብዙሓት ህዝቢ፡ “ንየው በሎ!” ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ።
61,027
tg_am
ከመይሲ፡ ብዙሓት ህዝቢ፡ “ንየው በሎ!” ኢሎም ይጭድሩ ነበሩ።
ብዙ ሕዝብም እየተከተለ “ግደለው!” እያለ ይጮኽ ነበር።
61,028
am_tg
ጳውሎስ ወደ ጦር ሰፈሩ ሊያስገቡት በተቃረቡ ጊዜ ሻለቃውን “አንዴ ላናግርህ?” አለው። ሻለቃውም እንዲህ አለው፦ “ግሪክኛ መናገር ትችላለህ እንዴ?
ናብ ሰፈር ወተሃደራት ኬእትውዎ ምስ በሉ ድማ፡ ጳውሎስ ነቲ ሓለቓ ሽሕ፡ “ክዛረበካዶ ትፈቕደለይ ኢኻ፧” በሎ። ንሱ ኸኣ፡ “ግሪኽኛ ኽትዛረብ ትኽእል ዲኻ፧
61,029

61,030
am_tg
አንተ ከዚህ ቀደም ዓመፅ አነሳስተህ 4,000 ነፍሰ ገዳዮችን ወደ ምድረ በዳ ያሸፈትከው ግብፃዊ አይደለህም?”
ቅድሚ እተወሰነ ግዜ ኣናዒብካስ፡ 4,000 ሰብ ሽቶል ናብ በረኻ ዘውጻእካ ግብጻውስ ንስኻ ደይኰንካን፧” በሎ።
61,031

61,032
am_tg
በዚህ ጊዜ ጳውሎስ “እኔ እንኳ በኪልቅያ የምትገኘው የታወቀችው የጠርሴስ ከተማ ነዋሪ የሆንኩ አይሁዳዊ ነኝ። ስለዚህ ለሕዝቡ እናገር ዘንድ እንድትፈቅድልኝ እለምንሃለሁ” አለ።
ጳውሎስ ድማ፡ “ኣነስ ኣይሁዳዊ ብዓል ጠርሴስ ናይ ቂልቅያ፡ ወዲ እታ ውርይቲ ኸተማ እየ። ንህዝቢ ኽዛረብ ክትፈቕደለይ ከኣ፡ እልምነካ ኣለኹ” በሎ።
61,033

61,034
am_tg
ከፈቀደለት በኋላ ጳውሎስ ደረጃው ላይ ቆሞ ለሕዝቡ በእጁ ምልክት ሰጠ። ታላቅ ጸጥታ በሰፈነ ጊዜ በዕብራይስጥ ቋንቋ እንዲህ ሲል ለሕዝቡ መናገር ጀመረ፦
ምስ ፈቐደሉ፡ ጳውሎስ ኣብቲ መደያይቦ ደው ኢሉ ነቶም ህዝቢ ብኢዱ ኣመልከተሎም። ዓብዪ ጸጥታ ምስ ኰነ፡ ብቛንቋ እብራይስጢ ኸምዚ ኢሉ ተዛረቦም፦
61,035

61,036
am_tg
አንድ ቀን ጴጥሮስና ዮሐንስ በጸሎት ሰዓት ይኸውም ከቀኑ በዘጠኝ ሰዓት ወደ ቤተ መቅደሱ እየወጡ ነበር፤
ጴጥሮስን ዮሃንስን ኣብ ታሽዐይቲ ሰዓት፡ ብሰዓት ጸሎት ናብ ቤተ መቕደስ ይድይቡ ነበሩ።
61,037

61,038
am_tg
ሰዎችም ከተወለደበት ጊዜ አንስቶ ሽባ የሆነ አንድ ሰው ተሸክመው በማምጣት ወደ ቤተ መቅደሱ ከሚገባው ሰው ምጽዋት እንዲለምን “ውብ” በተባለው የቤተ መቅደሱ በር አጠገብ በየዕለቱ ያስቀምጡት ነበር።
ካብ ከርሲ ኣዲኡ ኣትሒዙ ሓንካስ ዝነበረ ሰብኣይ ነበረ፣ ካብቶም ናብ ቤተ መቕደስ ዚኣትዉ ምጽዋት ምእንቲ ኺልምን ድማ፡ ተሰኪሞም ኣምጺኦም፡ መዓልቲ መዓልቲ ኣብ ጥቓ እታ ጽብቕቲ እትብሃል ኣፍ ደገ ቤተ መቕደስ የቐምጥዎ ነበሩ።
61,039

61,040
am_tg
ይህ ሰው ጴጥሮስና ዮሐንስ ወደ ቤተ መቅደሱ ሊገቡ ሲሉ አያቸውና ምጽዋት እንዲሰጡት ይለምናቸው ጀመር።
ንሱ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ናብ ቤተ መቕደስ ኪኣትዉ ኸለዉ ምስ ረኣዮም፡ ኪምጽውቱሉ ለመኖም።
61,041

61,042
am_tg
ጴጥሮስና ዮሐንስ ግን ትኩር ብለው አዩት፤ ከዚያም ጴጥሮስ “ወደ እኛ ተመልከት” አለው።
ጴጥሮስ ግና፡ ምስ ዮሃንስ ኰይኑ፡ ጠመቶ እሞ፡ “ናባና ጠምት” በሎ።
61,043

61,044
am_tg
ሰውየውም የሆነ ነገር ሊሰጡኝ ነው ብሎ በማሰብ ትኩር ብሎ ተመለከታቸው።
ንሱ ኸኣ ካባታቶም ገለ ዚረክብ መሲልዎ፡ ኣተኰረሎም።
61,045

61,046
am_tg
ይሁንና ጴጥሮስ “እኔ ብርና ወርቅ የለኝም፤ ያለኝን ግን እሰጥሃለሁ። በናዝሬቱ በኢየሱስ ክርስቶስ ስም ተነስና ተራመድ!” አለው።
ግናኸ፡ ጴጥሮስ፡ “ብሩርን ወርቅን የብለይን፣ እቲ ዘሎኒ ግና እህበካ። ብስም የሱስ ክርስቶስ እቲ ናዝሬታዊ፡ ተንሲእካ ኺድ!” በሎ።
61,047

61,048
am_tg
ከዚያም ቀኝ እጁን ይዞ አስነሳው። ወዲያውም እግሩና ቁርጭምጭሚቱ ጠነከረ፤
ብየማነይቲ ኢዱ ሒዙ ኸኣ ኣተንስኦ። ብቕጽበት ኣእጋሩን ዓካሪቶኡን ጸንዐ፣
61,049

61,050
am_tg
ዘሎም ተነሳ፤ መራመድም ጀመረ፤ ደግሞም እየተራመደና እየዘለለ እንዲሁም አምላክን እያወደሰ ከእነሱ ጋር ወደ ቤተ መቅደሱ ገባ።
ስር ኢሉ ድማ ደው በለ፡ ተዛወረ እውን። እናተዛወረን እናተሰራሰረን ንኣምላኽ እናወደሰን ከኣ ምሳታቶም ናብ ቤተ መቕደስ ኣተወ።
61,051

61,052
am_tg
ሰዎቹም ሁሉ ሲራመድና አምላክን ሲያወድስ አዩት።
ኵሎም እቶም ህዝቢ ድማ ንሱ ኺዛወርን ንኣምላኽ ኪውድስን ከሎ ረኣይዎ።
61,053

61,054
am_tg
ይህ ሰው “ውብ በር” በተባለው የቤተ መቅደሱ መግቢያ አጠገብ ተቀምጦ ምጽዋት ይለምን የነበረው ሰው መሆኑን ስላወቁ በእሱ ላይ በተፈጸመው ሁኔታ እጅግ ተገረሙ፤ በአድናቆትም ተዋጡ።
እቲ ኣብታ ጽብቕቲ ኣፍ ደገ ቤተ መቕደስ ተቐሚጡ ምጽዋት ዚልምን ዝነበረ ምዃኑ ኣለለይዎ እሞ፡ በቲ ኣብኡ ዝዀነ ነገር ኣዝዮም ተደመሙን ተገረሙን።
61,055

61,056
am_tg
ሰውየው ጴጥሮስንና ዮሐንስን ይዟቸው ሳለ በዚያ የነበሩት ሰዎች ሁሉ እጅግ ተደንቀው እነሱ ወዳሉበት “የሰለሞን መተላለፊያ” ወደሚባለው ስፍራ ግር ብለው እየሮጡ መጡ።
እቲ ሰብኣይ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ሒዝዎም ከሎ፡ ኵሎም እቶም ህዝቢ ኣዝዮም ተገሪሞም ናባታቶም ናብቲ ገበላ ሰሎሞን ዚብሃል ጐየዩ።
61,057

61,058
am_tg
ጴጥሮስ ይህን ባየ ጊዜ ሰዎቹን እንዲህ አላቸው፦ “የእስራኤል ሰዎች ሆይ፣ በዚህ ለምን ትደነቃላችሁ? ደግሞስ በእኛ ኃይል ወይም እኛ ለአምላክ ያደርን በመሆናችን የተነሳ ይህን ሰው እንዲራመድ ያስቻልነው ይመስል ለምን ትኩር ብላችሁ ታዩናላችሁ?
ጴጥሮስ እዚ ምስ ረኣየ፡ ነቶም ህዝቢ ኸምዚ በሎም፦ “ኣቱም ሰብ እስራኤል፡ ስለምንታይ በዚ ትግረሙ ኣለኹም፧ ስለምንታይከ ብገዛእ ሓይልና ወይ ንኣምላኽ ብዘሎና ተወፋይነት ነዚ ኪኸይድ ከም ዝገበርናዮ ጌርኩም ትጥምቱና ኣለኹም፧
61,059

61,060
am_tg
የአባቶቻችን አምላክ ይኸውም የአብርሃም፣ የይስሐቅና የያዕቆብ አምላክ እናንተ አሳልፋችሁ የሰጣችሁትንና ጲላጦስ ሊፈታው ወስኖ የነበረ ቢሆንም በእሱ ፊት የካዳችሁትን አገልጋዩን ኢየሱስን አከበረው።
ኣምላኽ ኣብርሃምን ይስሃቅን ያእቆብን፡ ኣምላኽ ኣቦታትና ነቲ ንስኻትኩም ኣሕሊፍኩም ዝሃብኩምዎን ጲላጦስ ኪፈትሖ ምስ ወሰነ እኳ ኣብ ገጹ ዝኸሓድኩምዎን ጊልያኡ የሱስ ኣኽቢርዎ ኣሎ።
61,061

61,062
am_tg
አዎ፣ እናንተ ይህን ቅዱስና ጻድቅ ሰው ክዳችሁ ነፍሰ ገዳይ የሆነን ሰው እንዲፈታላችሁ ጠየቃችሁ፤
እወ፡ ንስኻትኩም ነቲ ቕዱስን ጻድቕን ክሒድኩምሲ፡ ነቲ ቐታል ነፍሲ ለሚንኩምሉ፣
61,063

61,064
am_tg
በአንጻሩ ግን የሕይወትን “ዋና ወኪል” ገደላችሁት። አምላክ ግን ከሞት አስነሳው፤ እኛም ለዚህ ነገር ምሥክሮች ነን።
ነቲ ቐንዲ ወኪል ህይወት ግና ቀቲልኩምዎ። ኣምላኽ ግና ንዕኡ ኻብ ምዉታት ኣተንሲእዎ እዩ፣ ነዚ ኸኣ ንሕና መሰኻኽር ኢና።
61,065

61,066
am_tg
የኢየሱስ ስምና እኛ በስሙ ላይ ያለን እምነት ይህን የምታዩትንና የምታውቁትን ሰው አጠነከረው። በኢየሱስ አማካኝነት ያገኘነው እምነት ይህ ሰው በሁላችሁም ፊት ፍጹም ጤናማ እንዲሆን አደረገው።
ብስሙን በታ ብስሙ ዘላትና እምነትን እውን፡ እዚ እትርእይዎን እትፈልጥዎን ሰብኣይ ጸኒዑ ኣሎ። እታ ብእኡ ዘላትና እምነት፡ ነዚ ኣብ ቅድሚ ዅላትኩም ምሉእ ጥዕና ሂባቶ እያ።
61,067

61,068
am_tg
አሁንም ወንድሞች፣ ገዢዎቻችሁ እንዳደረጉት ሁሉ እናንተም ይህን ያደረጋችሁት ባለማወቅ እንደሆነ አውቃለሁ።
ሕጂ ድማ፡ ኣቱም ኣሕዋተይ፡ ከምቶም ኣሕሉቕኩም፡ ነዚ ብዘይ ፍልጠት ከም ዝገበርኩምዎ፡ እፈልጥ እየ።
61,069

61,070
am_tg
ይሁንና አምላክ፣ ክርስቶስ መከራ እንደሚቀበል በነቢያት ሁሉ አፍ አስቀድሞ ያሳወቀው ነገር በዚህ መንገድ እንዲፈጸም አድርጓል።
ግናኸ፡ ኣምላኽ ነቲ ክርስቶሱ መከራ ኸም ዚጸግብ ብኣፍ ኵሎም ነብያት ኣቐዲሙ ዝበሎ፡ በዚ ኸምዚ ፈጺምዎ እዩ።
61,071

61,072
am_tg
“ስለዚህ ኃጢአታችሁ እንዲደመሰስ ንስሐ ግቡ፣ ተመለሱም፤ ከይሖዋም ዘንድ የመታደስ ዘመን ይመጣላችኋል፤
“እምበኣር፡ ሓጢኣትኩም ምእንቲ ኺድምሰሰልኩም፡ ካብ የሆዋ ባዕሉ ኸኣ እዋን ዕረፍቲ ምእንቲ ኺመጸልኩም፡ ተነስሑን ተመለሱን፣
61,073

61,074
am_tg
እንዲሁም ለእናንተ የሾመውን ክርስቶስን ይኸውም ኢየሱስን ይልክላችኋል።
ንሱ ድማ ነቲ እተሸመልኩም የሱስ ኪልእከልኩም እዩ።
61,075

61,076
am_tg
እሱም አምላክ በጥንቶቹ ቅዱሳን ነቢያቱ አፍ የተናገራቸው ነገሮች ሁሉ የሚታደሱበት ዘመን እስኪመጣ ድረስ በሰማይ መቆየት ይገባዋል።
ንዕኡ ኸኣ፡ ክሳዕ እቲ፡ ኣምላኽ ብኣፍ እቶም ናይ ጥንቲ ቕዱሳት ነብያቱ እተዛረበሉ ግዜ ምምላስ ኵሉ፡ ሰማይ ኣብ ውሽጡ ኺሕዞ ይግባእ።
61,077

61,078
am_tg
ደግሞም ሙሴ እንዲህ ብሏል፦ ‘አምላካችሁ ይሖዋ ከወንድሞቻችሁ መካከል እንደ እኔ ያለ ነቢይ ያስነሳላችኋል። እሱ የሚነግራችሁንም ነገር ሁሉ ስሙ።
ሙሴ እኳ ኸምዚ ኢሉ እዩ፦ ‘የሆዋ ኣምላኽ ከማይ ዝኣመሰለ ነብዪ ኻብ መንጎ ኣሕዋትኩም ኬተንስኣልኩም እዩ። ንሱ ዚነግረኩም ዘበለ ስምዑ።
61,079

61,080
am_tg
ያንን ነቢይ የማይሰማ ሰው ሁሉ ከሕዝቡ መካከል ተለይቶ ይጠፋል።’
ነቲ ነብዪ እቲ ዘይሰምዕ ዘበለ ሰብ፡ ካብ ህዝቡ ጠሪሱ ኺጠፍእ እዩ።’
61,081

61,082
am_tg
ከሳሙኤል ጀምሮ በተከታታይ የተነሱት ነቢያት ሁሉ ስለ እነዚህ ቀናት በግልጽ ተናግረዋል።
ኵሎም ነብያት ድማ፡ ካብ ሳሙኤል ኣትሒዞም ንዕኡ ስዒቦም እተዛረቡ ዘበሉ፡ ነዘን መዓልትታት እዚአን እዮም ኣፍሊጦም።
61,083

61,084
am_tg
እናንተ የነቢያት ልጆች ናችሁ፤ እንዲሁም አምላክ ለአብርሃም ‘የምድር ቤተሰቦች ሁሉ በዘርህ አማካኝነት ይባረካሉ’ ብሎ ከአባቶቻችሁ ጋር የገባው ቃል ኪዳን ወራሾች ናችሁ።
ንስኻትኩም ደቂ ነብያትን ደቂ እቲ ኣምላኽ ንኣብርሃም፡ ‘ኵሎም ዓሌታት ምድሪ ብዘርእኻ ኺባረኹ እዮም’ ኢሉ ምስ ኣቦታትኩም ዝኣተዎ ኺዳንን ኢኹም።
61,085

61,086
am_tg
አምላክ አገልጋዩን ካስነሳ በኋላ እያንዳንዳችሁን ከክፉ ሥራችሁ በመመለስ ይባርካችሁ ዘንድ በመጀመሪያ ወደ እናንተ ላከው።”
ኣምላኽ ንጊልያኡ ምስ ኣተንስኦ፡ ንነፍሲ ወከፍኩም ካብ እከይኩም ብምምላስ ምእንቲ ኺባርኸኩም፡ ቅድም ናባኻትኩም እዩ ልኢኽዎ።”
61,087

61,088
am_tg
ሳኦል ግን አሁንም በጌታ ደቀ መዛሙርት ላይ በመዛትና እነሱን ለመግደል ቆርጦ በመነሳት ወደ ሊቀ ካህናቱ ሄደ፤
ሳውል ግና ንደቀ መዛሙርቲ ጐይታ እናጠለቐሎምን ከም ዚቐትሎም እናፈከረን ናብ ሊቀ ኻህናት ከይዱ፡
61,089

61,090
am_tg
የጌታን መንገድ የሚከተሉትን በዚያ የሚያገኛቸውን ወንዶችና ሴቶች ሁሉ አስሮ ወደ ኢየሩሳሌም ለማምጣት በደማስቆ ለሚገኙ ምኩራቦች ደብዳቤ እንዲጽፍለት ጠየቀው።
በታ መገዲ እቲኣ ዝረኸቦም ሰብኡት ወይ ኣንስቲ ኣሲሩ ናብ የሩሳሌም ምእንቲ ኼምጽእ፡ ናብተን ኣብ ደማስቆ ዚርከባ ምኵራባት ዚበጽሓ ደብዳበታት ካብኡ ለመነ።
61,091

61,092
am_tg
እየተጓዘም ሳለ ወደ ደማስቆ ሲቃረብ ድንገት ከሰማይ የመጣ ብርሃን በዙሪያው አንጸባረቀ፤
ኪኸይድ ከሎ ኸኣ፡ ናብ ደማስቆ ምስ ቀረበ፡ ብሃንደበት ካብ ሰማይ ብርሃን ኣብ ዙርያኡ በርሀ፣
61,093

61,094
am_tg
እሱም መሬት ላይ ወደቀ፤ ከዚያም “ሳኦል፣ ሳኦል ለምን ታሳድደኛለህ?” የሚል ድምፅ ሰማ።
ንሱ ድማ ናብ ምድሪ ወደቐ፣ “ሳውል፡ ሳውል፡ ስለምንታይ ትሰጕጐኒ ኣለኻ፧” ዚብል ድምጺ ኸኣ ሰምዐ።
61,095

61,096
am_tg
ሳኦልም “ጌታዬ፣ አንተ ማን ነህ?” ሲል ጠየቀው። እሱም እንዲህ አለው፦ “እኔ አንተ የምታሳድደኝ ኢየሱስ ነኝ።
ንሱ ድማ፡ “ጐይታይ፡ መን ኢኻ፧” ኢሉ ሓተተ። ንሱ ኸኣ፡ “እቲ ንስኻ እትሰጕጎ ዘለኻ የሱስ እየ።
61,097

61,098
am_tg
አሁን ተነስተህ ወደ ከተማዋ ግባ፤ ምን ማድረግ እንዳለብህም ይነገርሃል።”
ግናኸ፡ ተንስእ እሞ ናብ ከተማ እቶ፣ እንታይ ክትገብር ከም ዘሎካ እውን ኪንገረካ እዩ” በሎ።
61,099