Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
60,900
am_tg
ይሁንና ዮሐንስ ተልእኮውን በማጠናቀቅ ላይ ሳለ ‘እኔ ማን እመስላቜኋለሁ? እኔ እኮ እሱ አይደለሁም። ይሁን እንጂ ኚእኔ በኋላ ሌላ ይመጣልፀ እኔ ዚእግሩን ጫማ ለመፍታት እንኳ አልበቃም’ ይል ነበር።
ዮሃንስ ጕያኡ ኺፍጜም ኹሎ ግና፡ ‘ኣነ መን ዝዀንኩ ይመስለኩም ኣሎ፧ ኣነስ ንሱ ኣይኰንኩን። እንሆ ግና፡ እቲ ኣነ ኣሳእን ኣእጋሩ ምፍታሕ እኳ ዘይበቅዕ፡ ብድሕሚይ ይመጜእ ኣሎ’ ይብል ነይሩ።
60,901
tg_am

60,902
am_tg
“ወንድሞቜ፣ እናንተ ኚአብርሃም ዘር ዚተወለዳቜሁ እንዲሁም በመካኚላቜሁ ያሉ አምላክን ዚሚፈሩ ሌሎቜ ሰዎቜ ሁሉ፣ ይህ ዚመዳን ቃል ለእኛ ተልኳል።
“ኣቱም ሰባት፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ኣቱም ደቂ ዓሌት ኣብርሃምን ኣብ መንጎኹም ዘለዉ ንኣምላኜ ዚፈርሁን፡ እዚ ቓል ድሕነት እዚ ናባና እዩ ተላኢኹ።
60,903

60,904
am_tg
ዚኢዚሩሳሌም ነዋሪዎቜና ዚሃይማኖት መሪዎቻ቞ው ዚእሱን ማንነት አልተገነዘቡምፀ በእሱ ላይ በፈሚዱበት ጊዜ ግን በዚሰንበቱ ኹፍ ባለ ድምፅ ዹሚነበበውን ነቢያት ዚተናገሩትን ቃል ፈጞሙ።
ነበርቲ ዚሩሳሌምን ኣሕሉቖምንሲ ንዕኡ ኣይፈለጥዎን፣ ኪፈርድዎ ኾለዉ ግና፡ ነቲ ሰንበት ሰንበት ዓው ኢሎም ዜንብብዎ ቓል ነብያት ፈጺሞምዎ እዮም።
60,905

60,906
am_tg
ለሞት ዚሚያበቃ አንድም ምክንያት ባያገኙበትም እንኳ ያስገድለው ዘንድ ጲላጊስን ወተወቱት።
ናብ ሞት ዜብጜሕ ምኜንያት እኳ እንተ ሰኣኑሉ፡ ምእንቲ ኪቕተል፡ ንጲላጊስ ለሚኖምዎ እዮም።
60,907

60,908
am_tg
ስለ እሱ ዚተጻፈውን ነገር ሁሉ ኹፈጾሙ በኋላም ኚእንጚት ላይ አውርደው መቃብር ውስጥ አኖሩት።
እቲ ብዛዕባኡ እተጻሕፈ ዘበለ ምስ ፈጞሙ፡ ካብ ጕንዲ ኣውሪዶም ኣብ መቓብር ኣንቢሮምዎ።
60,909

60,910
am_tg
ሆኖም አምላክ ኚሞት አስነሳውፀ
ኣምላኜ ግና ካብ ምዉታት ኣተንሲእዎ፣
60,911
tg_am
ኣምላኜ ግና ካብ ምዉታት ኣተንሲእዎ፣
ሆኖም አምላክ ኚሞት አስነሳውፀ
60,912
am_tg
እሱም ኹገሊላ እስኚ ኢዚሩሳሌም ድሚስ አብሚውት ለሄዱት ሰዎቜ ለብዙ ቀናት ታያ቞ው። እነሱም አሁን ስለ እሱ ለሕዝቡ እዚመሠኚሩ ነው።
ነቶም ካብ ገሊላ ናብ ዚሩሳሌም ምስኡ ዝደዚቡ፡ ሕጂ ኞኣ ኣብዚ ህዝቢ እዚ መሰኻኜሩ ዀይኖም ዘለዉ፡ ንሓያሎ መዓልትታት ተራእይዎም።
60,913

60,914
am_tg
“ስለሆነም እኛ ለአባቶቻቜን ስለተገባው ቃል ዹሚገልጾውን ምሥራቜ እያወጅንላቜሁ ነው።
“ስለዚ፡ ብዛዕባ እቲ ንኣቊታትና እተተስፈወ ተስፋ ነበስሚኩም ኣለና።
60,915

60,916
am_tg
አምላክ ኢዚሱስን ኚሞት በማስነሳት ለእነሱ ዚገባውን ቃል ለእኛ ለልጆቻ቞ው ሙሉ በሙሉ ፈጜሞታልፀ ይህም ዹሆነው በሁለተኛው መዝሙር ላይ ‘አንተ ልጄ ነህፀ እኔ ዛሬ ወለድኩህ’ ተብሎ በተጻፈው መሠሚት ነው።
ኚምቲ ኣብ ካልኣይ መዝሙር፡ ‘ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ’ ዚብል እተጻሕፈ፡ ኣምላኜ ንዚሱስ ብምትንሳእ፡ ንዓና ንደቆም ምሉእ ብምሉእ ፈጺሙልና ኣሎ።
60,917

60,918
am_tg
አምላክ ኢዚሱስን ዚማይበሰብስ አካል ሰጥቶ ኚሞት አስነስቶታልፀ ይህን አስቀድሞ በትንቢት ሲናገር ‘ለዳዊት ቃል ዚተገባውን ዚማይኚስም ታማኝ ፍቅር አሳያቜኋለሁ’ ብሏል።
ብዛዕባ ኻብ ምዉታት ኹም ዘተንስኊን ደጊም ናብ ጥፍኣት ኹም ዘይምለስን ድማ፡ ‘እቲ እሙን ዝዀነ ንዳዊት ዘተስፎኜዎ ብተኣማንነት ዘርኣኜዎ ፍቕሪ ኜህበኩም እዚ’ ኢሉ እዩ።
60,919

60,920
am_tg
ስለዚህ በሌላም መዝሙር ላይ ‘ታማኝ አገልጋይህ መበስበስን እንዲያይ አትፈቅድም’ ብሏል።
ስለዚ፡ ኣብ ካልእ መዝሙር እውን፡ ‘እሙንካ ጥፍኣት ኪርኢ ኣይትፈቅድን ኢኻ’ ኢሉ እዩ።
60,921

60,922
am_tg
በአንድ በኩል፣ ዳዊት በሕይወት ዘመኑ አምላክን ካገለገለ በኋላ በሞት አንቀላፍቷልፀ ኚአባቶቹም ጋር ተቀብሮ መበስበስን አይቷል።
ዳዊት እኳ ኣብ ወለዶኡ ንኣምላኜ ምስ ኣገልገለ፡ ሞይቱን ምስ ኣቊታቱ ተነቢሩን ጥፍኣት ርእዩን እዩ።
60,923

60,924
am_tg
በሌላ በኩል ግን አምላክ ኚሞት ያስነሳው ኢዚሱስ መበስበስን አላዚም።
እቲ ኣምላኜ ዘተንስኊ ግና ጥፍኣት ኣይሚኣዚን።
60,925

60,926
am_tg
“ስለዚህ ወንድሞቜ፣ በእሱ በኩል ዹሚገኘው ዚኃጢአት ይቅርታ አሁን እዚታወጀላቜሁ እንዳለ እወቁፀ
“እምበኣር፡ ኣቱም ኣሕዋትና፡ ብእኡ ሕድገት ሓጢኣት ይስበኞልኩም ኚም ዘሎ፡ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፣
60,927

60,928
am_tg
በኢዚሱስ ዚሚያምን ማንኛውም ሰው፣ በእሱ አማካኝነት ‘ኹበደል ነፃ ነህ’ ሊባል ይቜላልፀ ዹሙሮ ሕግ ግን እናንተን ኹበደል ነፃ ሊያደርጋቜሁ አልቻለም።
ካብ ኵሉ እቲ ብሕጊ ሙሮ ኜትጞድቁሉ ዘይኚኣልኩም ድማ፡ ዚኣምን ዘበለ ብእኡ ይጞድቕ እዩ።
60,929

60,930
am_tg
ስለዚህ በነቢያት መጻሕፍት እንዲህ ተብሎ ዹተነገሹው ነገር በእናንተ ላይ እንዳይደርስ ተጠንቀቁ፩
ስለዚ፡ እቲ ኣብ ነብያት ኹምዚ እተባህለ ኞይበጜሓኩም ተጠንቀቑ፩
60,931

60,932
am_tg
‘እናንተ ፌዘኞቜ፣ ተመልኚቱፀ ተደነቁፀ ጥፉምፀ ማንም በዝርዝር ቢነግራቜሁ እንኳ ፈጜሞ ዚማታምኑትን ሥራ በእናንተ ዘመን እያኚናወንኩ ነውና።’”
‘ኣቱም ነዓቕቲ፡ እንተ ኣዘንተዉልኩም እኳ ኞቶ ዘይትኣምንዎ ግብሪ፡ ብመዓልትታትኩም እገብር ኣለኹ እሞ፡ ርኣዩን ተገሹሙን ጥፍኡን።’”
60,933

60,934
am_tg
እዚወጡ ሳሉም ሰዎቹ ስለዚሁ ጉዳይ በሚቀጥለው ሰንበትም እንዲነግሯ቞ው ለመኗ቞ው።
ንሳቶም ኪወጹ ኾለዉ ኞኣ፡ በታ እትመጜእ ሰንበት እውን እዚ ነገር እዚ ኺነግርዎም ለመንዎም።
60,935

60,936
am_tg
በምኩራቡ ዹተደሹገው ስብሰባ ኹተበተነ በኋላ ኚአይሁዳውያንና ወደ ይሁዲነት ተለውጠው አምላክን ኚሚያመልኩት መካኚል ብዙዎቜ ጳውሎስንና በርናባስን ተኚተሏ቞ውፀ እነሱም ሰዎቹን በማነጋገር ዹአምላክን ጾጋ አጥብቀው እንደያዙ እንዲቀጥሉ አሳሰቧ቞ው።
እቲ ኣኌባ ምስ ተበተነ ድማ፡ ብዙሓት ካብ ኣይሁድን ካብቶም ንኣምላኜ ዜምልኹ ጵሮሎሊታትን ንጳውሎስን ንበርናባስን ሰዓብዎም፣ ንሳቶም ኪዛሚብዎም ኹለዉ ኞኣ፡ ብጞጋ ኣምላኜ ኪጞንዑ ይምሕጾንዎም ነበሩ።
60,937

60,938
am_tg
በቀጣዩ ሰንበት ዹኹተማዋ ሕዝብ ሁሉ ማለት ይቻላል፣ ዹይሖዋን ቃል ለመስማት አንድ ላይ ተሰበሰበ።
በታ እትቕጜል ሰንበት፡ ዳርጋ ዅላ እታ ኾተማ ቓል ዹሆዋ ኜትሰምዕ ተኣኚበት።
60,939

60,940
am_tg
አይሁዳውያንም ሕዝቡን ባዩ ጊዜ በቅናት ተሞልተው ጳውሎስ ዹተናገሹውን ቃል በመቃወም ይሳደቡ ጀመር።
ኣይሁድ ነቲ ህዝቢ ምስ ሚኣዩ፡ ብቕንኢ ተመሊኊም፡ ነቲ ጳውሎስ ዚዛሹቩ ዝነበሹ ቓል እናተጻሚፉ ተቓወምዎ።
60,941

60,942
am_tg
በዚህ ጊዜ ጳውሎስና በርናባስ በድፍሚት እንዲህ አሏቾው፩ “ዹአምላክ ቃል በመጀመሪያ ለእናንተ መነገሩ አስፈላጊ ነበር። እናንተ ግን ወደ ጎን ገሞሜ እያደሚጋቜሁትና ዹዘላለም ሕይወት እንደማይገባቜሁ በራሳቜሁ ላይ እዚፈሚዳቜሁ ስለሆነ እኛም ለአሕዛብ እንሰብካለን።
ሜዑ፡ ጳውሎስን በርናባስን ብትብዓት፡ “ቃል ኣምላኜ ቅድም ንዓኻትኩም ኪንገር ይግባእ ነይሩ። ካብ ደፋእኩምዎን ንናይ ዘለኣለም ህይወት ብቑዓት ኹም ዘይኰንኩም ባዕላትኩም ካብ ፈሚድኩምን ግና፡ እንሆ፡ ገጜና ናብ ኣህዛብ ንመልስ ኣለና።
60,943

60,944
am_tg
ይሖዋ ‘እስኚ ምድር ዳር ድሚስ መዳንን እንድታመጣ ለብሔራት ብርሃን አድርጌ ሟሜሃለሁ’ በማለት ትእዛዝ ሰጥቶናልና።”
ዚሆዋስ፡ ‘ክሳብ ወሰናት ምድሪ ንድሕነት ምእንቲ ኜትኚውን፡ ብርሃን ኣህዛብ ገይሹ ሞይመካ ኣለኹ’ ኢሉ ኣዚዙና እዩ” በልዎም።
60,945

60,946
am_tg
ኚአሕዛብ ወገን ዚሆኑት ይህን ሲሰሙ እጅግ በመደሰት ዹይሖዋን ቃል አኚበሩፀ ወደ ዘላለም ሕይወት ዚሚመራ ትክክለኛ ዚልብ ዝንባሌ ያላ቞ው ሁሉ አማኞቜ ሆኑ።
ኣህዛብ ኚኣ እዚ ሰሚዖም ተሓጐሱ፡ ንቓል ዹሆዋ እውን ኣሞገሱ፣ ኵሎም እቶም ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዘንቀዱ ድማ ኣመኑ።
60,947

60,948
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ዹይሖዋ ቃል በአካባቢው ባለው አገር ሁሉ እዚተስፋፋ ሄደ።
ቃል ዹሆዋ ኞኣ ናብ ብዘላ እታ ሃገር በጜሐ።
60,949

60,950
am_tg
ይሁንና አይሁዳውያን ፈሪሃ አምላክ ያላ቞ውን ዚተኚበሩ ሎቶቜና በኹተማዋ ዚሚኖሩትን ታላላቅ ወንዶቜ በመቀስቀስ በጳውሎስና በበርናባስ ላይ ስደት አስነሱፀ ኹክልላቾውም አስወጧ቞ው።
ኣይሁድ ግና ነተን ንኣምላኜ ዚፈርሃ ሕፉራት ኣንስትን ነቶም ኣውራታት እታ ኾተማን ኣናዒቊም፡ ኣብ ጳውሎስን ኣብ በርናባስን መስጐጕቲ ኣለዓዓሉ፡ ካብ ወሰኖም እውን ሰጐጕዎም።
60,951

60,952
am_tg
እነሱም ዚእግራ቞ውን አቧራ አራግፈው ወደ ኢቆንዮን ሄዱ።
ንሳቶም ድማ ደሮና ኣእጋሮም ነጊፎምሎም፡ ናብ ኢቆንዩም ኚዱ።
60,953
tg_am
ንሳቶም ድማ ደሮና ኣእጋሮም ነጊፎምሎም፡ ናብ ኢቆንዩም ኚዱ።
እነሱም ዚእግራ቞ውን አቧራ አራግፈው ወደ ኢቆንዮን ሄዱ።
60,954
am_tg
ደቀ መዛሙርቱም በደስታና በመንፈስ ቅዱስ ተሞሉ።
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኞኣ ብሓጐስን ብመንፈስ ቅዱስን ተመልኡ።
60,955
tg_am
እቶም ደቀ መዛሙርቲ ኞኣ ብሓጐስን ብመንፈስ ቅዱስን ተመልኡ።
ደቀ መዛሙርቱም በደስታና በመንፈስ ቅዱስ ተሞሉ።
60,956
am_tg
ኚእነሱ በግድ ኚተለያዚን በኋላ በመርኚብ ተሳፍሚን በቀጥታ በመጓዝ ቆስ ደሚስንፀ በማግስቱ ደግሞ ወደ ሮድስ አመራንፀ ኚዚያም ወደ ጳጥራ ሄድን።
ካባታቶም ተፈሊና ብመርኚብ ምስ ነቐልና ድማ፡ ትኜ ኢልና ናብ ቆስ መጻእና፣ ንጜብሒቱ ኞኣ ናብ ሮዶስ፡ ካብኣ እውን ናብ ጳጥራ ኣቶና።
60,957

60,958
am_tg
ወደ ፊንቄ ዚሚሻገር መርኚብ ባገኘን ጊዜ ተሳፍሚን ጉዟቜንን ቀጠልን።
ናብ ፊንቄ እትሰግር መርኚብ ምስ ሚኞብና ኞኣ፡ ኣብኣ ደዚብና እሞ ኞድና።
60,959

60,960
am_tg
ዚቆጵሮስ ደሎት በታዚቜን ጊዜ በስተ ግራ ትተናት ወደ ሶርያ አመራንፀ መርኚቡ ጭነቱን በጢሮስ ማራገፍ ስለነበሚበት እኛም እዚያ ወሚድን።
ንደሎት ቆጵሮስ ምስ ሚኣናያ፡ ብጞጋምና ንድሕሪት ሓዲግናያ ናብ ሶርያ ገጜና ኞድና፣ እታ መርኚብ ኣብ ጢሮስ ዚራገፍ ጜዕነት ነበራ እሞ፡ ናብኣ ኣቶና።
60,961

60,962
am_tg
ደቀ መዛሙርቱን ፈልገን ካገኘን በኋላ በዚያ ሰባት ቀን ቆዚን። እነሱም በመንፈስ ተመርተው ጳውሎስ ወደ ኢዚሩሳሌም እንዳይሄድ ደጋግመው ነገሩት።
ደቀ መዛሙርቲ ደሊና ምስ ሚኞብና፡ ኣብኣ ሾውዓተ መዓልቲ ቐነና። ንሳቶም ግና ብመንፈስ ተደሪኟም፡ ንጳውሎስ ናብ ዚሩሳሌም ኚይኚይድ ደጋጊሞም ነገርዎ።
60,963

60,964
am_tg
ዚቆይታ ጊዜያቜን ባለቀ ጊዜ ኚዚያ ተነስተን ጉዟቜንን ጀመርንፀ ሎቶቜንና ልጆቜን ጚምሮ ደቀ መዛሙርቱ ሁሉ ኹኹተማዋ እስክንወጣ ድሚስ ሞኙን። ኚዚያም በባሕሩ ዳርቻ ተንበርክኹን ጞለይንፀ
ኣብኣ ዝቐነናለን መዓልትታት ምስ ተወድኣ ኞኣ፡ ካብኣ ወጺእና ኜንጕዓዝ ተበገስና፣ ኵላቶም ድማ ምስ ኣንስትን ደቅን ኰይኖም፡ ክሳብ ወጻኢ እታ ኾተማ ኣፋነዉና። ኣብቲ ገምገም ባሕሪ ኞኣ ተምበርኪኜና ጞለና፡
60,965

60,966
am_tg
በኋላም ተሰነባበትን። ኚዚያም እኛ ወደ መርኚቡ ገባንፀ እነሱ ደግሞ ወደ ቀታ቞ው ተመለሱ።
ተሰነባበትና ኞኣ። ሜዑ፡ ናብታ መርኚብ ደዚብና፣ ንሳቶም ድማ ነናብ ቀቶም ተመልሱ።
60,967

60,968
am_tg
ኚጢሮስ ተነስተን በመርኚብ በመጓዝ ጎጀሌማይስ ደሚስንፀ እዚያም ለወንድሞቜ ሰላምታ ካቀሚብን በኋላ አብሚና቞ው አንድ ቀን ቆዚን።
ሜዑ፡ ንሕና ኻብ ጢሮስ ዝጀመርናዮ ጕዕዞ ዛዚምና ናብ ጵቶልማዩስ በጻሕና፣ ንኣሕዋት ሰላም ኢልና ኞኣ፡ ምሳታቶም ሓንቲ መዓልቲ ጞናሕና።
60,969

60,970
am_tg
በማግስቱ ኚዚያ ተነስተን ቂሳርያ ደሚስንፀ በዚያም ኚሰባቱ ወንዶቜ አንዱ ወደሆነው ወደ ወንጌላዊው ፊልጶስ ቀት ገብተን እሱ ጋ አሚፍን።
ንጜብሒቱ፡ ካብኣ ወጺእና ናብ ቂሳርያ በጻሕና፣ ናብ ቀት እቲ ሓደ ኻብቶም ሾውዓተ ዝነበሹ ፊልጶስ እቲ ወንጌላዊ ኣቲና ድማ፡ ምስኡ ቐነና።
60,971

60,972
am_tg
ይህ ሰው ትንቢት ዚሚናገሩ አራት ያላገቡ ሎቶቜ ልጆቜ ነበሩት።
ንሱ ትንቢት ዚንበያ ኣርባዕተ ዘይተመርዓዋ ኣዋልድ ነበራኊ።
60,973
tg_am
ንሱ ትንቢት ዚንበያ ኣርባዕተ ዘይተመርዓዋ ኣዋልድ ነበራኊ።
ይህ ሰው ትንቢት ዚሚናገሩ አራት ያላገቡ ሎቶቜ ልጆቜ ነበሩት።
60,974
am_tg
ለብዙ ቀናት እዚያ ኚተቀመጥን በኋላ አጋቊስ ዚሚባል አንድ ነቢይ ኚይሁዳ ወሚደ።
ሓያሎ መዓልትታት ምስ ገበርና፡ ኣጋቊስ ዝስሙ ነብዪ ኻብ ይሁዳ ወሚደ።
60,975

60,976
am_tg
ወደ እኛም መጥቶ ዚጳውሎስን ቀበቶ በመውሰድ ዚራሱን እግርና እጅ ካሰሚ በኋላ እንዲህ አለ፩ “መንፈስ ቅዱስ እንዲህ ይላል፩ ‘አይሁዳውያን ዹዚህን ቀበቶ ባለቀት በኢዚሩሳሌም እንዲህ አድርገው ያስሩታልፀ ለአሕዛብም አሳልፈው ይሰጡታል።’”
ናባና መጺኡ ኞኣ፡ ዕጣቕ ጳውሎስ ወሲዱ፡ ብእኡ ኣእዳዉን ኣእጋሩን ኣሰሚ እሞ፡ “መንፈስ ቅዱስ ኹምዚ ይብል ኣሎፊ ‘ኣይሁድ ንዋና እዛ ዕጣቕ እዚኣ ኣብ ዚሩሳሌም ኹምዚ ገይሮም ኣሲሮም፡ ናብ ኢድ ኣህዛብ ኣሕሊፎም ኪህብዎ እዮም’” በለ።
60,977

60,978
am_tg
ይህን ስንሰማ እኛም ሆንን በዚያ ዚነበሩት ደቀ መዛሙርት ጳውሎስ ወደ ኢዚሩሳሌም እንዳይወጣ እንለምነው ጀመር።
እዚ ምስ ሰማዕና፡ ንሕናን እቶም ኣብኡ ዝነበሩን ናብ ዚሩሳሌም ኚይድይብ ለመንናዮ።
60,979

60,980
am_tg
በዚህ ጊዜ ጳውሎስ “እያለቀሳቜሁ ልቀን ለምን ታባባላቜሁ? እኔ ስለ ጌታ ኢዚሱስ ስም በኢዚሩሳሌም ለመታሰር ብቻ ሳይሆን ለመሞትም እንኳ ዝግጁ ነኝ” ሲል መለሰ።
ሜዑ፡ ጳውሎስ፡ “ኣቱም እትበኜዩን ልበይ እትሰብሩን፡ እንታይ ትገብሩ ኣለኹም፧ ኣነ ንማእሰርቲ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ኣብ ዚሩሳሌም ምእንቲ ስም ጐይታና ዚሱስ ንሙማት እውን ተዳልዚ ኣለኹ” ኢሉ መለሰ።
60,981

60,982
am_tg
እሱን ለማሳመን ያደሚግነው ጥሚት ሳይሳካ በመቅሚቱ “እንግዲህ ዹይሖዋ ፈቃድ ይሁን” ብለን ዝም አልን።
ኚነእምኖ ፈቲንና ምስ ኣበዚና፡ “ፍቓድ ዹሆዋ ይኹን” ኢልና ምቅዋሙ ሓደግና።
60,983

60,984
am_tg
ኹዚህ በኋላ ለጉዞው ተዘጋጅተን ወደ ኢዚሩሳሌም መጓዝ ጀመርን።
ድሕሪ እዘን መዓልትታት እዚአን ንጕዕዞ ተዳሊና፡ ናብ ዚሩሳሌም ደዚብና።
60,985

60,986
am_tg
በቂሳርያ ኚሚኖሩት ደቀ መዛሙርት አንዳንዶቹ ወደምናርፍበት ሰው ቀት እኛን ለመውሰድ አብሚውን ሄዱፀ ይህ ሰው ምናሶን ዚተባለ ዚቆጵሮስ ሰው ሲሆን ኚቀድሞዎቹ ደቀ መዛሙርት አንዱ ነበር።
ገለ ኻብቶም ኣብ ቂሳርያ ዝነበሩ ደቀ መዛሙርቲ እውን ምሳና ኞዱ፣ ናብቲ ናይ ቀደም ወደ መዝሙር ዝዀነ ምናሶን ብዓል ቆጵሮስ ኚኣ መርሑና፣ ኣብኡ እውን ተኣንገድና።
60,987

60,988
am_tg
ኢዚሩሳሌም በደሚስን ጊዜ ወንድሞቜ በደስታ ተቀበሉን።
ናብ ዚሩሳሌም ምስ በጻሕና ድማ፡ እቶም ኣሕዋት ብሓጐስ ተቐበሉና።
60,989

60,990
am_tg
በማግስቱም ጳውሎስ ኚእኛ ጋር ወደ ያዕቆብ ሄደፀ ሜማግሌዎቹም ሁሉ በዚያ ነበሩ።
ንጜብሒቱ ኞኣ፡ ጳውሎስ ምሳና ናብ ያእቆብ ኚደ፣ ኵሎም እቶም ሜማግለታት ድማ ኣብኡ ነበሩ።
60,991

60,992
am_tg
ሰላምታ ካቀሚበላ቞ውም በኋላ፣ እሱ ባኚናወነው አገልግሎት አማካኝነት አምላክ በአሕዛብ መካኚል ዹፈጾማቾውን ነገሮቜ በዝርዝር ይተርክላቾው ጀመር።
ሰላም ምስ በሎም ኚኣ፡ ብኣገልግሎቱ ኣቢሉ ኣምላኜ ኣብ ኣህዛብ ዝገበሮ ነገር ብዝርዝር ኣዘንተወሎም።
60,993

60,994
am_tg
እነሱም ይህን ኹሰሙ በኋላ አምላክን አመሰገኑፀ እሱን ግን እንዲህ አሉትፊ “ወንድም፣ ኚአይሁዳውያን መካኚል በብዙ ሺህ ዚሚቆጠሩ አማኞቜ እንዳሉ ታውቃለህፀ ደግሞም ሁሉም ለሕጉ ቀናተኞቜ ና቞ው።
እዚ ምስ ሰምዑ፡ ንኣምላኜ ኣሞጊሶም ኹምዚ በልዎ፩ “ሓውና፡ ካብ ኣይሁድ ክንደይ ኣእላፋት ኹም ዝኣመኑ ትርኢ ኣለኻ፣ ኵላቶም ኚኣ ንሕጊ ቕንኣት ኣለዎም።
60,995

60,996
am_tg
እነሱም አንተ በአሕዛብ መካኚል ያሉት አይሁዳውያን ሁሉ ልጆቻ቞ውን እንዳይገርዙም ሆነ ዹቆዹውን ልማድ እንዳይኚተሉ በመንገር ዹሙሮን ሕግ እንዲተዉ ስታስተምር እንደቆዚህ ስለ አንተ ዚሚወራውን ወሬ ሰምተዋል።
ኣብ መንጎ ኣህዛብ ንዘለዉ ዅሎም ኣይሁድ፡ ደቆም ኚይገዝሩን ብልምድታት ኚይመላለሱን እናነገርካ፡ ምስ ሙሮ ዚጻሚር ክሕደት ትምህር ኹም ዘለኻ፡ ወሹ ሰሚዖምልካ ኣለዉ።
60,997

60,998
am_tg
እንግዲህ ምን ማድሚግ ይሻላል? መምጣትህን እንደሆነ መስማታ቞ው አይቀርም።
እንታይ ደኣ ይገበር፧ ብርግጜ ምምጻእካ ኺሰምዑ እዮም።
60,999