Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
62,300 | am_tg | ረዘም ላለ ጊዜ በአስማት ሥራው ሲያስደንቃቸው ስለቆየ የሚለውን ሁሉ ይቀበሉ ነበር። | ንነዊሕ እዋን ብስሒሩ ስለ ዘስተንከሮም ድማ፡ የቕልቡሉ ነበሩ። |
62,301 | tg_am | ንነዊሕ እዋን ብስሒሩ ስለ ዘስተንከሮም ድማ፡ የቕልቡሉ ነበሩ። | ረዘም ላለ ጊዜ በአስማት ሥራው ሲያስደንቃቸው ስለቆየ የሚለውን ሁሉ ይቀበሉ ነበር። |
62,302 | am_tg | ይሁንና ስለ አምላክ መንግሥትና ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ስም ምሥራች እያወጀ የነበረውን ፊልጶስን ባመኑት ጊዜ ወንዶችም ሴቶችም ይጠመቁ ጀመር። | ፊልጶስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን ብዛዕባ ስም የሱስ ክርስቶስን ኣበሲርዎም ምስ ኣመንዎ ግና፡ ሰብኡትን ኣንስትን ተጠምቁ። |
62,303 | tg_am | ፊልጶስ ብዛዕባ መንግስቲ ኣምላኽን ብዛዕባ ስም የሱስ ክርስቶስን ኣበሲርዎም ምስ ኣመንዎ ግና፡ ሰብኡትን ኣንስትን ተጠምቁ። | ይሁንና ስለ አምላክ መንግሥትና ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ስም ምሥራች እያወጀ የነበረውን ፊልጶስን ባመኑት ጊዜ ወንዶችም ሴቶችም ይጠመቁ ጀመር። |
62,304 | am_tg | ስምዖን ራሱም አማኝ ሆነ፤ ከተጠመቀም በኋላ ከፊልጶስ አይለይም ነበር፤ ምልክቶችና ታላላቅ ተአምራት ሲፈጸሙ በማየት ይደነቅ ነበር። | ስምኦን ባዕሉ እኳ ኣመነ፣ ምስ ተጠምቀ ኸኣ፡ ምስ ፊልጶስ ለገበ፣ ትእምርትታትን ዓበይቲ ግብርታት ሓይልን ምስ ረኣየ እውን፡ ኣስተንከረ። |
62,305 | tg_am | ስምኦን ባዕሉ እኳ ኣመነ፣ ምስ ተጠምቀ ኸኣ፡ ምስ ፊልጶስ ለገበ፣ ትእምርትታትን ዓበይቲ ግብርታት ሓይልን ምስ ረኣየ እውን፡ ኣስተንከረ። | ስምዖን ራሱም አማኝ ሆነ፤ ከተጠመቀም በኋላ ከፊልጶስ አይለይም ነበር፤ ምልክቶችና ታላላቅ ተአምራት ሲፈጸሙ በማየት ይደነቅ ነበር። |
62,306 | am_tg | በኢየሩሳሌም ያሉ ሐዋርያት የሰማርያ ሰዎች የአምላክን ቃል እንደተቀበሉ ሲሰሙ ጴጥሮስንና ዮሐንስን ላኩላቸው፤ | እቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያት፡ ሰማርያ ቓል ኣምላኽ ከም እተቐበለት ምስ ሰምዑ፡ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ለኣኹሎም፣ |
62,307 | tg_am | እቶም ኣብ የሩሳሌም ዝነበሩ ሃዋርያት፡ ሰማርያ ቓል ኣምላኽ ከም እተቐበለት ምስ ሰምዑ፡ ንጴጥሮስን ንዮሃንስን ለኣኹሎም፣ | በኢየሩሳሌም ያሉ ሐዋርያት የሰማርያ ሰዎች የአምላክን ቃል እንደተቀበሉ ሲሰሙ ጴጥሮስንና ዮሐንስን ላኩላቸው፤ |
62,308 | am_tg | እነሱም ወደዚያ ወርደው መንፈስ ቅዱስን እንዲቀበሉ ጸለዩላቸው። | ንሳቶም ወሪዶም ድማ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪረኽቡ ጸለዩሎም። |
62,309 | tg_am | ንሳቶም ወሪዶም ድማ፡ መንፈስ ቅዱስ ኪረኽቡ ጸለዩሎም። | እነሱም ወደዚያ ወርደው መንፈስ ቅዱስን እንዲቀበሉ ጸለዩላቸው። |
62,310 | am_tg | ምክንያቱም በጌታ ኢየሱስ ስም ተጠመቁ እንጂ መንፈስ ቅዱስ ገና በአንዳቸውም ላይ አልወረደም ነበር። | ምኽንያቱ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ጥራይ ተጠሚቖም ነበሩ እምበር፡ መንፈስ ቅዱስ ገና ናብ ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣይወረደን ነበረ። |
62,311 | tg_am | ምኽንያቱ፡ ብስም ጐይታና የሱስ ጥራይ ተጠሚቖም ነበሩ እምበር፡ መንፈስ ቅዱስ ገና ናብ ሓደ ኻባታቶም እኳ ኣይወረደን ነበረ። | ምክንያቱም በጌታ ኢየሱስ ስም ተጠመቁ እንጂ መንፈስ ቅዱስ ገና በአንዳቸውም ላይ አልወረደም ነበር። |
62,312 | am_tg | ከዚያም ጴጥሮስና ዮሐንስ እጃቸውን ጫኑባቸው፤ እነሱም መንፈስ ቅዱስን ተቀበሉ። | ሽዑ፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ፡ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ። |
62,313 | tg_am | ሽዑ፡ ኣእዳዎም ኣንበሩሎም እሞ፡ መንፈስ ቅዱስ ተቐበሉ። | ከዚያም ጴጥሮስና ዮሐንስ እጃቸውን ጫኑባቸው፤ እነሱም መንፈስ ቅዱስን ተቀበሉ። |
62,314 | am_tg | ስምዖንም ሐዋርያት እጃቸውን የጫኑበት ሰው ሁሉ መንፈስ ቅዱስ እንደሚቀበል አይቶ ገንዘብ እንደሚሰጣቸው ቃል በመግባት | ስምኦን ከኣ እቲ መንፈስ ብምንባር ኣእዳው ሃዋርያት ከም እተዋህበ ምስ ረኣየ፡ ገንዘብ ኣምጺኡ፡ |
62,315 | tg_am | ስምኦን ከኣ እቲ መንፈስ ብምንባር ኣእዳው ሃዋርያት ከም እተዋህበ ምስ ረኣየ፡ ገንዘብ ኣምጺኡ፡ | ስምዖንም ሐዋርያት እጃቸውን የጫኑበት ሰው ሁሉ መንፈስ ቅዱስ እንደሚቀበል አይቶ ገንዘብ እንደሚሰጣቸው ቃል በመግባት |
62,316 | am_tg | “እጄን የምጭንበት ሰው ሁሉ መንፈስ ቅዱስን እንዲቀበል ይህን ሥልጣን ለእኔም ስጡኝ” አላቸው። | “ኣነ ኢደይ ዘንብረሉ ዘበለ፡ መንፈስ ቅዱስ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ንዓይ እውን እዚ ስልጣን እዚ ሃቡኒ” በሎም። |
62,317 | tg_am | “ኣነ ኢደይ ዘንብረሉ ዘበለ፡ መንፈስ ቅዱስ ምእንቲ ኪቕበልሲ፡ ንዓይ እውን እዚ ስልጣን እዚ ሃቡኒ” በሎም። | “እጄን የምጭንበት ሰው ሁሉ መንፈስ ቅዱስን እንዲቀበል ይህን ሥልጣን ለእኔም ስጡኝ” አላቸው። |
62,318 | am_tg | ጴጥሮስ ግን እንዲህ አለው፦ “የአምላክን ነፃ ስጦታ በገንዘብ ማግኘት እንደምትችል ስላሰብክ የብር ገንዘብህ ከአንተ ጋር ይጥፋ። | ጴጥሮስ ግና፡ “ነቲ ናጻ ውህበት ኣምላኽ ብገንዘብ ክትገዝኦ ስለ ዝሓሰብካ፡ ብሩርካ ምሳኻ ይጥፋእ። |
62,319 | tg_am | ጴጥሮስ ግና፡ “ነቲ ናጻ ውህበት ኣምላኽ ብገንዘብ ክትገዝኦ ስለ ዝሓሰብካ፡ ብሩርካ ምሳኻ ይጥፋእ። | ጴጥሮስ ግን እንዲህ አለው፦ “የአምላክን ነፃ ስጦታ በገንዘብ ማግኘት እንደምትችል ስላሰብክ የብር ገንዘብህ ከአንተ ጋር ይጥፋ። |
62,320 | am_tg | ልብህ በአምላክ ፊት ቀና ስላልሆነ በዚህ አገልግሎት ምንም ዓይነት ድርሻም ሆነ ዕድል ፋንታ የለህም። | ልብኻ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅኑዕ ኣይኰነን እሞ፡ ኣብዚ ነገር እዚ ኽፍሊ ወይ ግደ የብልካን። |
62,321 | tg_am | ልብኻ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅኑዕ ኣይኰነን እሞ፡ ኣብዚ ነገር እዚ ኽፍሊ ወይ ግደ የብልካን። | ልብህ በአምላክ ፊት ቀና ስላልሆነ በዚህ አገልግሎት ምንም ዓይነት ድርሻም ሆነ ዕድል ፋንታ የለህም። |
62,322 | am_tg | ስለዚህ ከዚህ ክፋትህ ንስሐ ግባ፤ ምናልባት የልብህ ክፉ ሐሳብ ይቅር ይባልልህ እንደሆነ ይሖዋን ተማጸን፤ | እምበኣር፡ ካብዚ ኽፍኣትካ ተነሳሕ፣ ምናልባት ክፍኣት ልብኻ እንተ ሓደገልካ፡ ናብ የሆዋ ተማህለል፣ |
62,323 | tg_am | እምበኣር፡ ካብዚ ኽፍኣትካ ተነሳሕ፣ ምናልባት ክፍኣት ልብኻ እንተ ሓደገልካ፡ ናብ የሆዋ ተማህለል፣ | ስለዚህ ከዚህ ክፋትህ ንስሐ ግባ፤ ምናልባት የልብህ ክፉ ሐሳብ ይቅር ይባልልህ እንደሆነ ይሖዋን ተማጸን፤ |
62,324 | am_tg | መራራ መርዝና የክፋት ባሪያ እንደሆንክ አያለሁና።” | መሪር መርዝን ባርያ ዓመጻን ምዃንካስ እርኢ ኣለኹ” በሎ። |
62,325 | tg_am | መሪር መርዝን ባርያ ዓመጻን ምዃንካስ እርኢ ኣለኹ” በሎ። | መራራ መርዝና የክፋት ባሪያ እንደሆንክ አያለሁና።” |
62,326 | am_tg | ስምዖንም መልሶ “ከተናገራችሁት ነገር አንዱም እንዳይደርስብኝ እባካችሁ ይሖዋን ማልዱልኝ” አላቸው። | ስምኦን ከኣ፡ “ካብዚ ዝበልኩምዎ ሓደ እኳ ኸይበጽሓንስ፡ ናብ የሆዋ ተማህለሉለይ” ኢሉ መለሰሎም። |
62,327 | tg_am | ስምኦን ከኣ፡ “ካብዚ ዝበልኩምዎ ሓደ እኳ ኸይበጽሓንስ፡ ናብ የሆዋ ተማህለሉለይ” ኢሉ መለሰሎም። | ስምዖንም መልሶ “ከተናገራችሁት ነገር አንዱም እንዳይደርስብኝ እባካችሁ ይሖዋን ማልዱልኝ” አላቸው። |
62,328 | am_tg | ጴጥሮስና ዮሐንስ የተሟላ ምሥክርነት ከሰጡና የይሖዋን ቃል ከተናገሩ በኋላ የሰማርያ ሰዎች በሚኖሩባቸው በርካታ መንደሮች ምሥራቹን እያወጁ ወደ ኢየሩሳሌም ተመለሱ። | ንሳቶም ድማ ኣጸቢቖም ምስ መስከሩን ቃል የሆዋ ምስ ነገሩን፡ ኣብ ብዙሓት ኣቝሻት ሳምራውያን እናኣበሰሩ ናብ የሩሳሌም ተመልሱ። |
62,329 | tg_am | ንሳቶም ድማ ኣጸቢቖም ምስ መስከሩን ቃል የሆዋ ምስ ነገሩን፡ ኣብ ብዙሓት ኣቝሻት ሳምራውያን እናኣበሰሩ ናብ የሩሳሌም ተመልሱ። | ጴጥሮስና ዮሐንስ የተሟላ ምሥክርነት ከሰጡና የይሖዋን ቃል ከተናገሩ በኋላ የሰማርያ ሰዎች በሚኖሩባቸው በርካታ መንደሮች ምሥራቹን እያወጁ ወደ ኢየሩሳሌም ተመለሱ። |
62,330 | am_tg | ይሁንና የይሖዋ መልአክ ፊልጶስን “ተነስተህ በደቡብ በኩል ከኢየሩሳሌም ወደ ጋዛ በሚወስደው መንገድ ሂድ” አለው። (ይህ መንገድ የበረሃ መንገድ ነው።) | ግናኸ፡ መልኣኽ የሆዋ ንፊልጶስ፡ “ተንስእ እሞ ናብ ደቡብ፡ ናብታ ኻብ የሩሳሌም ናብ ጋዛ እተውርድ መገዲ ኺድ” ኢሉ ተዛረቦ። (ንሳ መገዲ ምድረ በዳ እያ።) |
62,331 | tg_am | ግናኸ፡ መልኣኽ የሆዋ ንፊልጶስ፡ “ተንስእ እሞ ናብ ደቡብ፡ ናብታ ኻብ የሩሳሌም ናብ ጋዛ እተውርድ መገዲ ኺድ” ኢሉ ተዛረቦ። (ንሳ መገዲ ምድረ በዳ እያ።) | ይሁንና የይሖዋ መልአክ ፊልጶስን “ተነስተህ በደቡብ በኩል ከኢየሩሳሌም ወደ ጋዛ በሚወስደው መንገድ ሂድ” አለው። (ይህ መንገድ የበረሃ መንገድ ነው።) |
62,332 | am_tg | እሱም ተነስቶ ሄደ፤ የኢትዮጵያ ንግሥት የህንደኬ ባለሥልጣንና የገንዘቧ ሁሉ ኃላፊ የሆነ አንድ ኢትዮጵያዊ ጃንደረባም አገኘ። ይህ ሰው ለአምልኮ ወደ ኢየሩሳሌም ሄዶ ነበር፤ | ተንሲኡ ኸኣ ከደ፣ እንሆ ድማ፡ ሓደ ስሉብ ኢትዮጵያዊ፡ ኣብ ትሕቲ ህንደኬ ንግስቲ ኢትዮጵያውያን፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ገንዘባ ስልጣን ዝነበሮ፡ ኣብኣ ነበረ። ንሱ ኼምልኽ ናብ የሩሳሌም ከይዱ ነበረ፣ |
62,333 | tg_am | ተንሲኡ ኸኣ ከደ፣ እንሆ ድማ፡ ሓደ ስሉብ ኢትዮጵያዊ፡ ኣብ ትሕቲ ህንደኬ ንግስቲ ኢትዮጵያውያን፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ገንዘባ ስልጣን ዝነበሮ፡ ኣብኣ ነበረ። ንሱ ኼምልኽ ናብ የሩሳሌም ከይዱ ነበረ፣ | እሱም ተነስቶ ሄደ፤ የኢትዮጵያ ንግሥት የህንደኬ ባለሥልጣንና የገንዘቧ ሁሉ ኃላፊ የሆነ አንድ ኢትዮጵያዊ ጃንደረባም አገኘ። ይህ ሰው ለአምልኮ ወደ ኢየሩሳሌም ሄዶ ነበር፤ |
62,334 | am_tg | እየተመለሰም ሳለ በሠረገላው ውስጥ ተቀምጦ የነቢዩ ኢሳይያስን መጽሐፍ ድምፁን ከፍ አድርጎ ያነብ ነበር። | ኪምለስ ከሎ ኸኣ፡ ኣብ ሰረገላኡ ተቐሚጡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ የንብብ ነበረ። |
62,335 | tg_am | ኪምለስ ከሎ ኸኣ፡ ኣብ ሰረገላኡ ተቐሚጡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ የንብብ ነበረ። | እየተመለሰም ሳለ በሠረገላው ውስጥ ተቀምጦ የነቢዩ ኢሳይያስን መጽሐፍ ድምፁን ከፍ አድርጎ ያነብ ነበር። |
62,336 | am_tg | መንፈስም ፊልጶስን “ሂድና ወደዚህ ሠረገላ ቅረብ” አለው። | መንፈስ ከኣ ንፊልጶስ፡ “ኪድ ናብቲ ሰረገላ ቕረብ” በሎ። |
62,337 | tg_am | መንፈስ ከኣ ንፊልጶስ፡ “ኪድ ናብቲ ሰረገላ ቕረብ” በሎ። | መንፈስም ፊልጶስን “ሂድና ወደዚህ ሠረገላ ቅረብ” አለው። |
62,338 | am_tg | ፊልጶስ ከሠረገላው ጎን እየሮጠ ጃንደረባው የነቢዩ ኢሳይያስን መጽሐፍ ጮክ ብሎ ሲያነብ ሰማና “ለመሆኑ የምታነበውን ትረዳዋለህ?” አለው። | ፊልጶስ ጐድኒ ጐድኑ ጐየየ፡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ ኼንብብ ከሎ ድማ ሰምዖ እሞ፡ “ነቲ እተንብቦስ ብሓቂዶ ትፈልጦ ኢኻ፧” በሎ። |
62,339 | tg_am | ፊልጶስ ጐድኒ ጐድኑ ጐየየ፡ ትንቢት ኢሳይያስ ዓው ኢሉ ኼንብብ ከሎ ድማ ሰምዖ እሞ፡ “ነቲ እተንብቦስ ብሓቂዶ ትፈልጦ ኢኻ፧” በሎ። | ፊልጶስ ከሠረገላው ጎን እየሮጠ ጃንደረባው የነቢዩ ኢሳይያስን መጽሐፍ ጮክ ብሎ ሲያነብ ሰማና “ለመሆኑ የምታነበውን ትረዳዋለህ?” አለው። |
62,340 | am_tg | እሱም “የሚመራኝ ሰው ሳይኖር እንዴት ልረዳው እችላለሁ?” አለው። ፊልጶስንም ሠረገላው ላይ ወጥቶ አብሮት እንዲቀመጥ ለመነው። | ንሱ ኸኣ፡ “ሓደ እኳ ኸይመሃረኒ፡ ከመይ ኢሉ ይዀነለይ፧” በሎ። ንፊልጶስ ድማ ደዪቡ ምስኡ ኪቕመጥ ለመኖ። |
62,341 | tg_am | ንሱ ኸኣ፡ “ሓደ እኳ ኸይመሃረኒ፡ ከመይ ኢሉ ይዀነለይ፧” በሎ። ንፊልጶስ ድማ ደዪቡ ምስኡ ኪቕመጥ ለመኖ። | እሱም “የሚመራኝ ሰው ሳይኖር እንዴት ልረዳው እችላለሁ?” አለው። ፊልጶስንም ሠረገላው ላይ ወጥቶ አብሮት እንዲቀመጥ ለመነው። |
62,342 | am_tg | ያነበው የነበረው የቅዱስ መጽሐፉ ክፍል የሚከተለው ነበር፦ “እንደ በግ ለመታረድ ተነዳ፤ በሸላቹ ፊት ዝም እንደሚል ጠቦት እሱም አፉን አልከፈተም። | እቲ ዓው ኢሉ ዜንብቦ ዝነበረ ኽፍሊ ቕዱስ ጽሑፍ ከኣ እዚ እዩ፦ “ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣ ኣብ ቅድሚ ቐምቃማዩ ስቕ ከም ዚብል ገንሸል ከኣ፡ ከምኡ ኣፉ ኣይከፈተን። |
62,343 | tg_am | እቲ ዓው ኢሉ ዜንብቦ ዝነበረ ኽፍሊ ቕዱስ ጽሑፍ ከኣ እዚ እዩ፦ “ከም በጊዕ ናብ ማሕረዲ ተወሲዱ፣ ኣብ ቅድሚ ቐምቃማዩ ስቕ ከም ዚብል ገንሸል ከኣ፡ ከምኡ ኣፉ ኣይከፈተን። | ያነበው የነበረው የቅዱስ መጽሐፉ ክፍል የሚከተለው ነበር፦ “እንደ በግ ለመታረድ ተነዳ፤ በሸላቹ ፊት ዝም እንደሚል ጠቦት እሱም አፉን አልከፈተም። |
62,344 | am_tg | ውርደት በደረሰበት ወቅት ፍትሕ ተነፈገ። ስለ ትውልዱ ማን በዝርዝር ሊናገር ይችላል? ምክንያቱም ሕይወቱ ከምድር ላይ ተወግዷል።” | ብግዜ ውርደቱ፡ ፍትሒ ኻብኡ ተወሲዳ። ህይወቱ ኻብ ምድሪ ተወሲዳ እያ እሞ፡ ብዛዕባ ናይ ወለዶኡ ዝርዝር መን ኬዘንቱ እዩ፧” |
62,345 | tg_am | ብግዜ ውርደቱ፡ ፍትሒ ኻብኡ ተወሲዳ። ህይወቱ ኻብ ምድሪ ተወሲዳ እያ እሞ፡ ብዛዕባ ናይ ወለዶኡ ዝርዝር መን ኬዘንቱ እዩ፧” | ውርደት በደረሰበት ወቅት ፍትሕ ተነፈገ። ስለ ትውልዱ ማን በዝርዝር ሊናገር ይችላል? ምክንያቱም ሕይወቱ ከምድር ላይ ተወግዷል።” |
62,346 | am_tg | ጃንደረባውም ፊልጶስን “እባክህ ንገረኝ፣ ነቢዩ ይህን የተናገረው ስለ ማን ነው? ስለ ራሱ ነው ወይስ ስለ ሌላ ሰው?” አለው። | እቲ ስሉብ ከኣ ንፊልጶስ፡ “እቲ ነብዪ ብዛዕባ መን እዩ እዚ ዚብል ዘሎ፧ ብዛዕባ ርእሱዶ ወይስ ብዛዕባ ኻልእ፧ በጃኻ ንገረኒ” በሎ። |
62,347 | tg_am | እቲ ስሉብ ከኣ ንፊልጶስ፡ “እቲ ነብዪ ብዛዕባ መን እዩ እዚ ዚብል ዘሎ፧ ብዛዕባ ርእሱዶ ወይስ ብዛዕባ ኻልእ፧ በጃኻ ንገረኒ” በሎ። | ጃንደረባውም ፊልጶስን “እባክህ ንገረኝ፣ ነቢዩ ይህን የተናገረው ስለ ማን ነው? ስለ ራሱ ነው ወይስ ስለ ሌላ ሰው?” አለው። |
62,348 | am_tg | ፊልጶስም መናገር ጀመረ፤ ከዚህ ቅዱስ መጽሐፍ አንስቶም ስለ ኢየሱስ የሚገልጸውን ምሥራች ነገረው። | ፊልጶስ ድማ ኣፉ ኸፈተ፣ ካብዚ ቕዱስ ጽሑፍ እዚ ጀሚሩ ኸኣ፡ ብዛዕባ የሱስ ኣበሰሮ። |
62,349 | tg_am | ፊልጶስ ድማ ኣፉ ኸፈተ፣ ካብዚ ቕዱስ ጽሑፍ እዚ ጀሚሩ ኸኣ፡ ብዛዕባ የሱስ ኣበሰሮ። | ፊልጶስም መናገር ጀመረ፤ ከዚህ ቅዱስ መጽሐፍ አንስቶም ስለ ኢየሱስ የሚገልጸውን ምሥራች ነገረው። |
62,350 | am_tg | እየተጓዙም ሳሉ ውኃ ወዳለበት ቦታ ደረሱ፤ ጃንደረባውም “ውኃ ይኸውና፤ እንዳልጠመቅ የሚከለክለኝ ምን ነገር አለ?” አለው። | መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ ድማ፡ ናብ ማይ በጽሑ፣ እቲ ስሉብ ከኣ፡ “እንሆ ማይ፣ ከይጥመቕከ እንታይ ይኽልክለኒ፧” በለ። |
62,351 | tg_am | መገዲ ኪኸዱ ኸለዉ ድማ፡ ናብ ማይ በጽሑ፣ እቲ ስሉብ ከኣ፡ “እንሆ ማይ፣ ከይጥመቕከ እንታይ ይኽልክለኒ፧” በለ። | እየተጓዙም ሳሉ ውኃ ወዳለበት ቦታ ደረሱ፤ ጃንደረባውም “ውኃ ይኸውና፤ እንዳልጠመቅ የሚከለክለኝ ምን ነገር አለ?” አለው። |
62,352 | am_tg | ከዚያም ሠረገላው እንዲቆም አዘዘ፤ ሁለቱም ወርደው ውኃው ውስጥ ገቡ፤ ፊልጶስም ጃንደረባውን አጠመቀው። | ሽዑ፡ እቲ ሰረገላ ደው ኪብል ኣዘዘ፣ ክልቲኦም ፊልጶስን እቲ ስሉብን ናብቲ ማይ ወረዱ፣ ኣጥመቖ እውን። |
62,353 | tg_am | ሽዑ፡ እቲ ሰረገላ ደው ኪብል ኣዘዘ፣ ክልቲኦም ፊልጶስን እቲ ስሉብን ናብቲ ማይ ወረዱ፣ ኣጥመቖ እውን። | ከዚያም ሠረገላው እንዲቆም አዘዘ፤ ሁለቱም ወርደው ውኃው ውስጥ ገቡ፤ ፊልጶስም ጃንደረባውን አጠመቀው። |
62,354 | am_tg | ከውኃውም በወጡ ጊዜ፣ የይሖዋ መንፈስ ወዲያውኑ ፊልጶስን ወሰደው፤ ጃንደረባውም ፊልጶስን ከዚያ በኋላ አላየውም፤ ይሁንና ደስ ብሎት ጉዞውን ቀጠለ። | ካብ ማይ ምስ ወጹ ድማ፡ መንፈስ የሆዋ ንፊልጶስ ብቕልጡፍ መርሖ፣ እቲ ስሉብ ድማ ተሓጒሱ መገዱ ኸደ እምበር፡ መሊሱ ኣይረኣዮን። |
62,355 | tg_am | ካብ ማይ ምስ ወጹ ድማ፡ መንፈስ የሆዋ ንፊልጶስ ብቕልጡፍ መርሖ፣ እቲ ስሉብ ድማ ተሓጒሱ መገዱ ኸደ እምበር፡ መሊሱ ኣይረኣዮን። | ከውኃውም በወጡ ጊዜ፣ የይሖዋ መንፈስ ወዲያውኑ ፊልጶስን ወሰደው፤ ጃንደረባውም ፊልጶስን ከዚያ በኋላ አላየውም፤ ይሁንና ደስ ብሎት ጉዞውን ቀጠለ። |
62,356 | am_tg | በኋላ ግን ፊልጶስ በአሽዶድ ታየ፤ ቂሳርያም እስኪደርስ ድረስ በሚያልፍበት ክልል በሚገኙ ከተሞች ሁሉ ምሥራቹን ያውጅ ነበር። | ፊልጶስ ከኣ ኣብ ኣሽዶድ ተረኽበ፣ ናብ ቂሳርያ ኽሳዕ ዚበጽሕ ድማ፡ ኣብ ኵሉ ኸተማታት እናዞረ የበስር ነበረ። |
62,357 | tg_am | ፊልጶስ ከኣ ኣብ ኣሽዶድ ተረኽበ፣ ናብ ቂሳርያ ኽሳዕ ዚበጽሕ ድማ፡ ኣብ ኵሉ ኸተማታት እናዞረ የበስር ነበረ። | በኋላ ግን ፊልጶስ በአሽዶድ ታየ፤ ቂሳርያም እስኪደርስ ድረስ በሚያልፍበት ክልል በሚገኙ ከተሞች ሁሉ ምሥራቹን ያውጅ ነበር። |
62,358 | am_tg | እንግዲያው ‘አምላክ ሕዝቡን ትቷል ማለት ነው?’ ብዬ እጠይቃለሁ፤ በፍጹም! ምክንያቱም እኔም ራሴ እስራኤላዊ ነኝ፤ ከአብርሃም ዘር፣ ከቢንያም ነገድ ነኝ። | እምበኣር ክሓትት፦ ኣምላኽ ንህዝቡ ደርብይዎ ድዩ፧ ያእ ኣይፋሉን! ከመይሲ፡ ኣነ እውን እስራኤላዊ፡ ካብ ዘርኢ ኣብርሃም፡ ካብ ነገድ ብንያም እየ። |
62,359 | tg_am | እምበኣር ክሓትት፦ ኣምላኽ ንህዝቡ ደርብይዎ ድዩ፧ ያእ ኣይፋሉን! ከመይሲ፡ ኣነ እውን እስራኤላዊ፡ ካብ ዘርኢ ኣብርሃም፡ ካብ ነገድ ብንያም እየ። | እንግዲያው ‘አምላክ ሕዝቡን ትቷል ማለት ነው?’ ብዬ እጠይቃለሁ፤ በፍጹም! ምክንያቱም እኔም ራሴ እስራኤላዊ ነኝ፤ ከአብርሃም ዘር፣ ከቢንያም ነገድ ነኝ። |
62,360 | am_tg | አምላክ መጀመሪያ እውቅና የሰጣቸውን ሰዎች አልተዋቸውም። ቅዱስ መጽሐፉ ኤልያስ እስራኤልን በአምላክ ፊት በከሰሰበት ጊዜ የሆነውን ነገር በተመለከተ ምን እንደሚል አታውቁም? | ኣምላኽ ነቲ ቕድም ዝፈለጦ ህዝቡ ኣይደርበዮን። እቲ ቕዱስ ጽሑፍ ብዛዕባ እቲ ኤልያስ ንእስራኤል ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝጠርዓሉ እዋን፡ እንታይ ከም ዚብልዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ |
62,361 | tg_am | ኣምላኽ ነቲ ቕድም ዝፈለጦ ህዝቡ ኣይደርበዮን። እቲ ቕዱስ ጽሑፍ ብዛዕባ እቲ ኤልያስ ንእስራኤል ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ዝጠርዓሉ እዋን፡ እንታይ ከም ዚብልዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ | አምላክ መጀመሪያ እውቅና የሰጣቸውን ሰዎች አልተዋቸውም። ቅዱስ መጽሐፉ ኤልያስ እስራኤልን በአምላክ ፊት በከሰሰበት ጊዜ የሆነውን ነገር በተመለከተ ምን እንደሚል አታውቁም? |
62,362 | am_tg | “ይሖዋ ሆይ፣ ነቢያትህን ገድለዋል፤ መሠዊያዎችህንም አፍርሰዋል፤ እኔ ብቻ ቀረሁ፤ አሁንም ሕይወቴን ለማጥፋት ጥረት እያደረጉ ነው።” | “የሆዋ፡ ንነብያትካ ቐቲሎም፡ መሰውኢታትካ እውን ኣፍሪሶም እዮም፣ ኣነ በይነይ ከኣ እየ ተሪፈ ዘለኹ፣ ንህይወተይ ድማ ይደልይዋ ኣለዉ።” |
62,363 | tg_am | “የሆዋ፡ ንነብያትካ ቐቲሎም፡ መሰውኢታትካ እውን ኣፍሪሶም እዮም፣ ኣነ በይነይ ከኣ እየ ተሪፈ ዘለኹ፣ ንህይወተይ ድማ ይደልይዋ ኣለዉ።” | “ይሖዋ ሆይ፣ ነቢያትህን ገድለዋል፤ መሠዊያዎችህንም አፍርሰዋል፤ እኔ ብቻ ቀረሁ፤ አሁንም ሕይወቴን ለማጥፋት ጥረት እያደረጉ ነው።” |
62,364 | am_tg | ይሁንና አምላክ የሰጠው መልስ ምን ነበር? “ለባአል ያልተንበረከኩ 7,000 ሰዎች አሉኝ።” | መለኮታዊ ምላሽከ እንታይ ኢልዎ፧ “ንበዓል ዘይተምበርከኹ 7,000 ሰብኡት ንርእሰይ ኣትሪፈ ኣለኹ።” |
62,365 | tg_am | መለኮታዊ ምላሽከ እንታይ ኢልዎ፧ “ንበዓል ዘይተምበርከኹ 7,000 ሰብኡት ንርእሰይ ኣትሪፈ ኣለኹ።” | ይሁንና አምላክ የሰጠው መልስ ምን ነበር? “ለባአል ያልተንበረከኩ 7,000 ሰዎች አሉኝ።” |
62,366 | am_tg | ስለዚህ በዚህ መንገድ በጸጋ የተመረጡ ቀሪዎች በአሁኑ ዘመንም አሉ። | እምበኣር፡ ኣብዚ እዋን እዚ እውን በዚ ኸምዚ ብጸጋ እተሓርዩ ተረፍ ኣለዉ። |
62,367 | tg_am | እምበኣር፡ ኣብዚ እዋን እዚ እውን በዚ ኸምዚ ብጸጋ እተሓርዩ ተረፍ ኣለዉ። | ስለዚህ በዚህ መንገድ በጸጋ የተመረጡ ቀሪዎች በአሁኑ ዘመንም አሉ። |
62,368 | am_tg | የተመረጡት በጸጋ ከሆነ በሥራ መሆኑ ቀርቷል፤ አለዚያ ጸጋው ጸጋ መሆኑ በቀረ ነበር። | ብጸጋ ኻብ ዚኸውን፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን፣ እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ጸጋ፡ ጸጋ ኣይምዀነን። |
62,369 | tg_am | ብጸጋ ኻብ ዚኸውን፡ ካብ ግብሪ ኣይኰነን፣ እንተ ዘይኰነስ፡ እቲ ጸጋ፡ ጸጋ ኣይምዀነን። | የተመረጡት በጸጋ ከሆነ በሥራ መሆኑ ቀርቷል፤ አለዚያ ጸጋው ጸጋ መሆኑ በቀረ ነበር። |
62,370 | am_tg | እንግዲህ ምን ማለት እንችላለን? እስራኤል አጥብቆ ይፈልገው የነበረውን ነገር አላገኘም፤ የተመረጡት ግን አገኙት። የቀሩት የማስተዋል ስሜታቸው ደነዘዘ፤ | እሞኸ ደኣ፧ እቲ እስራኤል ኣጸቢቑ ዚደልዮ ኣይረኸቦን፣ እቶም ሕሩያት ግና ረኺቦምዎ። እቶም ዝተረፉ ልቦም ደንዚዙ፣ |
62,371 | tg_am | እሞኸ ደኣ፧ እቲ እስራኤል ኣጸቢቑ ዚደልዮ ኣይረኸቦን፣ እቶም ሕሩያት ግና ረኺቦምዎ። እቶም ዝተረፉ ልቦም ደንዚዙ፣ | እንግዲህ ምን ማለት እንችላለን? እስራኤል አጥብቆ ይፈልገው የነበረውን ነገር አላገኘም፤ የተመረጡት ግን አገኙት። የቀሩት የማስተዋል ስሜታቸው ደነዘዘ፤ |
62,372 | am_tg | ይህም “አምላክ እስከ ዛሬ ኃይለኛ የእንቅልፍ መንፈስ ጣለባቸው፤ የማያይ ዓይንና የማይሰማ ጆሮ ሰጣቸው” ተብሎ እንደተጻፈው ነው። | ከምቲ፡ “ኣዒንቶም ከይርእያ፡ ኣእዛኖም እውን ከይሰምዓስ፡ ኣምላኽ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፡ መንፈስ ከቢድ ድቃስ ሂብዎም” ዚብል እተጻሕፈ እዩ። |
62,373 | tg_am | ከምቲ፡ “ኣዒንቶም ከይርእያ፡ ኣእዛኖም እውን ከይሰምዓስ፡ ኣምላኽ ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፡ መንፈስ ከቢድ ድቃስ ሂብዎም” ዚብል እተጻሕፈ እዩ። | ይህም “አምላክ እስከ ዛሬ ኃይለኛ የእንቅልፍ መንፈስ ጣለባቸው፤ የማያይ ዓይንና የማይሰማ ጆሮ ሰጣቸው” ተብሎ እንደተጻፈው ነው። |
62,374 | am_tg | በተጨማሪም ዳዊት እንዲህ ብሏል፦ “ማዕዳቸው ወጥመድና አሽክላ እንዲሁም እንቅፋትና ቅጣት ይሁንባቸው። | ዳዊት እውን፡ “መኣዶም መፈንጠራን መጻወድያን መዐንቀፍን ፍዳን ይኹኖም። |
62,375 | tg_am | ዳዊት እውን፡ “መኣዶም መፈንጠራን መጻወድያን መዐንቀፍን ፍዳን ይኹኖም። | በተጨማሪም ዳዊት እንዲህ ብሏል፦ “ማዕዳቸው ወጥመድና አሽክላ እንዲሁም እንቅፋትና ቅጣት ይሁንባቸው። |
62,376 | am_tg | ዓይኖቻቸው ማየት እንዳይችሉ ይጨልሙ፤ ጀርባቸውም ጎብጦ እንዲቀር አድርግ።” | ከይርእዩ ኣዒንቶም ይጸልምታ፡ እንግድዓኦም ከኣ ወትሩ ኣጐብጥ” ይብል እዩ። |
62,377 | tg_am | ከይርእዩ ኣዒንቶም ይጸልምታ፡ እንግድዓኦም ከኣ ወትሩ ኣጐብጥ” ይብል እዩ። | ዓይኖቻቸው ማየት እንዳይችሉ ይጨልሙ፤ ጀርባቸውም ጎብጦ እንዲቀር አድርግ።” |
62,378 | am_tg | በመሆኑም ‘የተሰናከሉት ወድቀው እንዲቀሩ ነው?’ ብዬ እጠይቃለሁ፤ በፍጹም! ከዚህ ይልቅ እነሱ ሕጉን በመተላለፋቸው ለአሕዛብ የመዳን መንገድ ተከፈተ፤ ይህም የሆነው እነሱን ለማስቀናት ነው። | እምበኣር ክሓትት፦ ተዓንቂፎምዶ ጠሪሶም ወዲቖም እዮም፧ ያእ ኣይፋሎምን! ግናኸ፡ ምእንቲ ኪቐንኡስ፡ ብስሕታኖም ንኣህዛብ ድሕነት ኰይኑሎም። |
62,379 | tg_am | እምበኣር ክሓትት፦ ተዓንቂፎምዶ ጠሪሶም ወዲቖም እዮም፧ ያእ ኣይፋሎምን! ግናኸ፡ ምእንቲ ኪቐንኡስ፡ ብስሕታኖም ንኣህዛብ ድሕነት ኰይኑሎም። | በመሆኑም ‘የተሰናከሉት ወድቀው እንዲቀሩ ነው?’ ብዬ እጠይቃለሁ፤ በፍጹም! ከዚህ ይልቅ እነሱ ሕጉን በመተላለፋቸው ለአሕዛብ የመዳን መንገድ ተከፈተ፤ ይህም የሆነው እነሱን ለማስቀናት ነው። |
62,380 | am_tg | እነሱ ሕጉን መተላለፋቸው ለዓለም በረከት ከሆነና የእነሱ ማነስ ለአሕዛብ በረከት ካስገኘ ቁጥራቸው መሙላቱማ ምን ያህል ታላቅ በረከት ያስገኝ ይሆን! | እቲ ስሕታኖም ንዓለም ሃብቲ ኻብ ኰነ፡ እቲ ጕድለቶም እውን ንኣህዛብ ሃብቲ ኻብ ኰነ፡ ምልኣቶም ደኣ ኽንደይ ዘይበልጽ! |
62,381 | tg_am | እቲ ስሕታኖም ንዓለም ሃብቲ ኻብ ኰነ፡ እቲ ጕድለቶም እውን ንኣህዛብ ሃብቲ ኻብ ኰነ፡ ምልኣቶም ደኣ ኽንደይ ዘይበልጽ! | እነሱ ሕጉን መተላለፋቸው ለዓለም በረከት ከሆነና የእነሱ ማነስ ለአሕዛብ በረከት ካስገኘ ቁጥራቸው መሙላቱማ ምን ያህል ታላቅ በረከት ያስገኝ ይሆን! |
62,382 | am_tg | አሁን ደግሞ የምናገረው ከአሕዛብ ወገን ለሆናችሁት ነው። ለአሕዛብ የተላክሁ ሐዋርያ እንደመሆኔ መጠን አገልግሎቴን አከብራለሁ፤ | ንዓኻትኩም ንኣህዛብ እብለኩም ኣለኹ። ንኣህዛብ ሃዋርያኦም ብምዃነይ፡ ኣገልግሎተይ አኽብር እየ፣ |
62,383 | tg_am | ንዓኻትኩም ንኣህዛብ እብለኩም ኣለኹ። ንኣህዛብ ሃዋርያኦም ብምዃነይ፡ ኣገልግሎተይ አኽብር እየ፣ | አሁን ደግሞ የምናገረው ከአሕዛብ ወገን ለሆናችሁት ነው። ለአሕዛብ የተላክሁ ሐዋርያ እንደመሆኔ መጠን አገልግሎቴን አከብራለሁ፤ |
62,384 | am_tg | ይህን የማደርገው የገዛ ወገኖቼ የሆኑትን በማስቀናት ከእነሱ መካከል አንዳንዶቹን ማዳን እችል እንደሆነ ብዬ ነው። | እዚ ድማ ምናልባት ንህዝበይ እንተ ኣቕናእክዎም፡ ገለ ኻባታቶም እውን እንተ ኣድሓንኩ ኢለ እየ። |
62,385 | tg_am | እዚ ድማ ምናልባት ንህዝበይ እንተ ኣቕናእክዎም፡ ገለ ኻባታቶም እውን እንተ ኣድሓንኩ ኢለ እየ። | ይህን የማደርገው የገዛ ወገኖቼ የሆኑትን በማስቀናት ከእነሱ መካከል አንዳንዶቹን ማዳን እችል እንደሆነ ብዬ ነው። |
62,386 | am_tg | የእነሱ መጣል ለዓለም እርቅ ካስገኘ፣ ተቀባይነት ማግኘታቸውማ ከሞት ወደ ሕይወት መሻገር ማለት አይሆንም? | ከመይሲ፡ ምስ ደርበዮም፡ ንዓለም ዕርቂ ኻብ ኰነስ፡ ምስ ተቐበሎም ደኣ፡ ካብ ሞት ናብ ህይወት እምበር፡ ካልእ እንታይ ኪኸውን እዩ፧ |
62,387 | tg_am | ከመይሲ፡ ምስ ደርበዮም፡ ንዓለም ዕርቂ ኻብ ኰነስ፡ ምስ ተቐበሎም ደኣ፡ ካብ ሞት ናብ ህይወት እምበር፡ ካልእ እንታይ ኪኸውን እዩ፧ | የእነሱ መጣል ለዓለም እርቅ ካስገኘ፣ ተቀባይነት ማግኘታቸውማ ከሞት ወደ ሕይወት መሻገር ማለት አይሆንም? |
62,388 | am_tg | በተጨማሪም በኩራት ተደርጎ የተወሰደው የሊጡ ክፍል ቅዱስ ከሆነ ሊጡ በሙሉ ቅዱስ ነው፤ እንዲሁም ሥሩ ቅዱስ ከሆነ ቅርንጫፎቹም ቅዱሳን ናቸው። | እቲ ኸም በዅራት እተወስደ ኽፋል እቲ ብሑቝ ቅዱስ እንተ ዀይኑ፡ ብምሉኡ እውን ቅዱስ እዩ፣ እቲ ሱር ቅዱስ እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ጨናፍሩ እውን ቅዱስ እዩ። |
62,389 | tg_am | እቲ ኸም በዅራት እተወስደ ኽፋል እቲ ብሑቝ ቅዱስ እንተ ዀይኑ፡ ብምሉኡ እውን ቅዱስ እዩ፣ እቲ ሱር ቅዱስ እንተ ዀይኑ ኸኣ፡ ጨናፍሩ እውን ቅዱስ እዩ። | በተጨማሪም በኩራት ተደርጎ የተወሰደው የሊጡ ክፍል ቅዱስ ከሆነ ሊጡ በሙሉ ቅዱስ ነው፤ እንዲሁም ሥሩ ቅዱስ ከሆነ ቅርንጫፎቹም ቅዱሳን ናቸው። |
62,390 | am_tg | ይሁን እንጂ ከቅርንጫፎቹ መካከል አንዳንዶቹ ቢሰበሩና አንተ የዱር ወይራ ሆነህ ሳለህ በእነሱ መካከል ከተጣበቅክ እንዲሁም ከወይራው ዛፍ ሥር ከሚገኘው በረከት ተካፋይ ከሆንክ | ግናኸ፡ ገለ ኻብቶም ጨናፍር እንተ ተሰይሮም፡ ንስኻ ድማ ኣውልዕ በረኻ ኽነስኻ፡ ኣብ መንጎኦም እንተ ተዳቒልካ፡ ተኻፋሊ እቲ ማራ ሱር ኣውልዕ ድማ እንተ ዄንካ፡ |
62,391 | tg_am | ግናኸ፡ ገለ ኻብቶም ጨናፍር እንተ ተሰይሮም፡ ንስኻ ድማ ኣውልዕ በረኻ ኽነስኻ፡ ኣብ መንጎኦም እንተ ተዳቒልካ፡ ተኻፋሊ እቲ ማራ ሱር ኣውልዕ ድማ እንተ ዄንካ፡ | ይሁን እንጂ ከቅርንጫፎቹ መካከል አንዳንዶቹ ቢሰበሩና አንተ የዱር ወይራ ሆነህ ሳለህ በእነሱ መካከል ከተጣበቅክ እንዲሁም ከወይራው ዛፍ ሥር ከሚገኘው በረከት ተካፋይ ከሆንክ |
62,392 | am_tg | በተሰበሩት ቅርንጫፎች ላይ አትታበይ። በእነሱ ላይ የምትታበይ ከሆነ ግን አንተን የተሸከመህ ሥሩ ነው እንጂ አንተ ሥሩን እንዳልተሸከምከው አስታውስ። | ኣብቶም ጨናፍር ኣይትተዓበ። እንተ ተዓቢኻ ግና፡ እቲ ሱር እዩ ንዓኻ ጾይሩካ ዘሎ እምበር፡ ነቲ ሱርሲ ንስኻ ኣይጾርካዮን። |
62,393 | tg_am | ኣብቶም ጨናፍር ኣይትተዓበ። እንተ ተዓቢኻ ግና፡ እቲ ሱር እዩ ንዓኻ ጾይሩካ ዘሎ እምበር፡ ነቲ ሱርሲ ንስኻ ኣይጾርካዮን። | በተሰበሩት ቅርንጫፎች ላይ አትታበይ። በእነሱ ላይ የምትታበይ ከሆነ ግን አንተን የተሸከመህ ሥሩ ነው እንጂ አንተ ሥሩን እንዳልተሸከምከው አስታውስ። |
62,394 | am_tg | ይሁንና “ቅርንጫፎቹ የተሰበሩት እኔ በቦታቸው እንድጣበቅ ነው” ብለህ ታስብ ይሆናል። | እምበኣር፡ “ኣነ ምእንቲ ኽዳቐልሲ ጨናፍር ተሰይሮም” ክትብል ኢኻ። |
62,395 | tg_am | እምበኣር፡ “ኣነ ምእንቲ ኽዳቐልሲ ጨናፍር ተሰይሮም” ክትብል ኢኻ። | ይሁንና “ቅርንጫፎቹ የተሰበሩት እኔ በቦታቸው እንድጣበቅ ነው” ብለህ ታስብ ይሆናል። |
62,396 | am_tg | እውነት ነው! እነሱ ባለማመናቸው ተሰብረዋል፤ አንተ ግን በእምነት ቆመሃል። ቢሆንም መፍራት እንጂ መታበይ አይገባህም። | ሕራይ! ንሳቶም ብዘይምእማኖም ተሰይሮም፣ ንስኻ ግና ብእምነት ኢኻ ደው ኢልካ ዘለኻ። ፍራህ ደኣ እምበር፡ ኣይትተዓበ። |
62,397 | tg_am | ሕራይ! ንሳቶም ብዘይምእማኖም ተሰይሮም፣ ንስኻ ግና ብእምነት ኢኻ ደው ኢልካ ዘለኻ። ፍራህ ደኣ እምበር፡ ኣይትተዓበ። | እውነት ነው! እነሱ ባለማመናቸው ተሰብረዋል፤ አንተ ግን በእምነት ቆመሃል። ቢሆንም መፍራት እንጂ መታበይ አይገባህም። |
62,398 | am_tg | አምላክ በተፈጥሮ ቅርንጫፎች ለሆኑት ካልራራ ለአንተም አይራራምና። | ኣምላኽ ነቶም ብባህርዮም ጨናፍር ዝዀኑ ኻብ ዘይነሓፎምሲ፡ ንዓኻ እውን ኣይኪንሕፈካን እዩ። |
62,399 | tg_am | ኣምላኽ ነቶም ብባህርዮም ጨናፍር ዝዀኑ ኻብ ዘይነሓፎምሲ፡ ንዓኻ እውን ኣይኪንሕፈካን እዩ። | አምላክ በተፈጥሮ ቅርንጫፎች ለሆኑት ካልራራ ለአንተም አይራራምና። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.