Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
62,400
am_tg
ስለዚህ አምላክ ደግም ጥብቅም እንደሆነ ተመልኚት። በወደቁት ላይ ጥብቅ ይሆናልፀ አንተ ግን ዹአምላክ ደግነት ዚሚገባህ ሆነህ እስኚተገኘህ ድሚስ ደግነቱን ያሳይሃልፀ አለዚያ ግን አንተም ተቆርጠህ ትጣላለህ።
እምበኣር፡ ለውሃትን ጭኹናን ኣምላኜ ተመልኚት። ኣብቶም ዝወደቑ ጭኹና ኣሎ፣ ንዓኻ ግና፡ ኣብ ለውሃቱ እንተ ጞኒዕካ፡ ለውሃት ኣምላኜ ኣሎካ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንስኻ እውን ክትቍሚጜ ኢኻ።
62,401
tg_am

62,402
am_tg
እነሱም እምነት ዚለሜ ሆነው ካልቀጠሉ ይጣበቃሉፀ አምላክ መልሶ ሊያጣብቃ቞ው ይቜላልና።
ንሳቶም እውን ኣብቲ ዘይምእማኖም ዘይጾንዑ እንተ ዀይኖም፡ ኣምላኜ መሊሱ ኌዳቕሎም ይኜእል እዩ እሞ፡ ኪዳቐሉ እዮም።
62,403

62,404
am_tg
አንተ በተፈጥሮ ዚዱር ኹሆነው ዚወይራ ዛፍ ተቆርጠህ፣ ኚተፈጥሮ ውጭ በሆነ መንገድ በጓሮ ዚወይራ ዛፍ ላይ መጣበቅ ኚቻልክ እነዚህ ተፈጥሯዊ ዚሆኑት ቅርንጫፎቜማ በራሳ቞ው ዚወይራ ዛፍ ላይ ተመልሰው መጣበቅ እንደሚቜሉ ዚታወቀ ነው!
ኚመይሲ፡ ንስኻ ኻብታ ብባህርያ ኣውልዕ በሚኻ ተቘሪጜካ፡ ብዘይባህርያዊ መገዲ ኣብታ ኣውልዕ ሕርሻ ኻብ ተዳቐልካስ፡ እዞም ብባህርዮም ጹናፍር ዝነበሩ ግዳ ኜንደይ ኣብታ ኣውልዖም መሊሶም ዘይዳቐሉ!
62,405

62,406
am_tg
ወንድሞቜ፣ በራሳቜሁ ዓይን ጥበበኞቜ ዚሆናቜሁ እንዳይመስላቜሁ ይህን ቅዱስ ሚስጥር እንድታውቁ እፈልጋለሁፊ ዚአሕዛብ ቁጥር እስኪሞላ ድሚስ ዚእስራኀል ሕዝብ በኹፊል ስሜቱ ደንዝዟልፀ
ኣሕዋተዚ፡ ጥበበኛታት ኹም ዝዀንኩም ምእንቲ ኞይመስለኩምሲ፡ ብዛዕባ እዚ ቕዱስ ምስጢር ዘይትፈልጡ ኜትኰኑ ኣይደልን እዚፊ ምሉእ ቍጜሪ ኣህዛብ ክሳዕ ዚኣቱ፡ ኣብ እስራኀል ብኞፊል ድንዛዘ ልቢ ዀይኑ ኣሎ፣
62,407

62,408
am_tg
በዚህም መንገድ እስራኀል ሁሉ ይድናል። ይህም እንዲህ ተብሎ እንደተጻፈው ነው፩ “አዳኝ ኚጜዮን ይወጣልፀ ዚያዕቆብም ዘሮቜ ዚክፋት ድርጊታ቞ውን እንዲተዉ ያደርጋል።
በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ ኵሉ እስራኀል ኪድሕን እዩ። ኚምቲ ኾምዚ ዚብል እተጻሕፈ እዩፊ “መናገፊ ኻብ ጜዮን ኪመጜእ፡ ካብ ያእቆብ ኚኣ እኚይ ኬርሕቕ እዩ።
62,409

62,410
am_tg
ኃጢአታ቞ውንም በማስወግድበት ጊዜ ኚእነሱ ጋር ዚምገባው ቃል ኪዳን ይህ ነው።”
ሓጢኣቶም ምስ ኣርሓቕኩ፡ እዚ ምሳታቶም ዝገብሮ ኺዳን ኪኞውን እዩ።”
62,411

62,412
am_tg
እርግጥ ኚምሥራቹ ጋር በተያያዘ ለእናንተ ጥቅም ሲባል ዹአምላክ ጠላቶቜ ና቞ውፀ በአምላክ ምርጫ መሠሚት ግን ለአባቶቻ቞ው በተገባው ዚተስፋ ቃል ዚተነሳ በአምላክ ዘንድ ዚተወደዱ ና቞ው።
በቲ ብስራት፡ ምእንታኹም ጞላእቲ እዮም፣ በቲ ሕርያ ኣምላኜ ግና፡ ሳላ ኣቊታቶም ፍቑራት እዮም።
62,413

62,414
am_tg
አምላክ በስጊታውና በጠራ቞ው ሰዎቜ አይጞጞትምና።
ውህበትን ጜውዓን ኣምላኜሲ፡ ንሱ ዚጥዓሰሉ ኣይኰነን።
62,415
tg_am
ውህበትን ጜውዓን ኣምላኜሲ፡ ንሱ ዚጥዓሰሉ ኣይኰነን።
አምላክ በስጊታውና በጠራ቞ው ሰዎቜ አይጞጞትምና።
62,416
am_tg
በአንድ ወቅት እናንተ አምላክን ዚማትታዘዙ ነበራቜሁፀ አሁን ግን በእነሱ አለመታዘዝ ምክንያት ምሕሚት አግኝታቜኋል።
ኚምቲ ንስኻትኩም ሓደ እዋን ንኣምላኜ ዘይእዙዛት ዝነበርኩም፡ ሕጂ ግና ሳላ ዘይተኣዛዝነቶም እተመሓርኩም፡
62,417

62,418
am_tg
ስለዚህ አይሁዳውያን ሳይታዘዙ በመቅሚታ቞ው አምላክ ለእናንተ ምሕሚት አሳይቷቜኋልፀ ኹዚህም ዚተነሳ ለእነሱም ምሕሚት ሊያሳያ቞ው ይቜላል።
ኚምኡ ድማ ንሳቶም ሕጂ በቲ ንስኻትኩም እተመሓርኩምሉ ምሕሚት ምእንቲ ኺምሓሩ፡ ሕጂ ኣይተኣዘዙን።
62,419

62,420
am_tg
አምላክ ለሁሉም ምሕሚት ያሳይ ዘንድ ሁሉም ያለመታዘዝ እስሚኞቜ እንዲሆኑ ፈቅዷልና።
ኣምላኜ ንዅላቶም ምእንቲ ኺምሕሮምሲ፡ ንዅላቶም ኣብ ዘይምእዛዝ ዓጜይዎም ኣሎ።
62,421

62,422
am_tg
ዹአምላክ ብልጜግና፣ ጥበብና እውቀት እንዎት ጥልቅ ነው! ፍርዱም ፈጜሞ ዹማይመሹመር ነው! መንገዱም ዚማይደሚስበት ነው!
ኣዚወ፡ መዓሙቝ ሃብትን ጥበብን ፍልጠትን ኣምላኜ! ፍርዱ ኜንደይ ዘይምርመር ኰታ እዩ፡ መገዱ እውን ክንደይ ብኣሰሚ ኣሰር ዘይርኚብ ኰን እዩ!
62,423

62,424
am_tg
እንዲህ ተብሎ ተጜፏልናፊ “ዹይሖዋን ሐሳብ ማወቅ ዚቻለ ማን ነው? አማካሪውስ ዹሆነ ማን ነው?”
ኚመይሲ፡ “ሓሳብ ዹሆዋ ዚፈልጥ መን እዩ፧ ወይስ መን እዩ ኣማኻሪኡ ዚኾውን፧”
62,425

62,426
am_tg
ወይስ “መልሶ ይኹፍለው ዘንድ ለእሱ ያበደሚ ማን ነው?”
ወይስ፡ “ምእንቲ ኺፍደ፡ ቅድም ዝሃቩ መን እዩ፧”
62,427
tg_am
ወይስ፡ “ምእንቲ ኺፍደ፡ ቅድም ዝሃቩ መን እዩ፧”
ወይስ “መልሶ ይኹፍለው ዘንድ ለእሱ ያበደሚ ማን ነው?”
62,428
am_tg
ምክንያቱም ሁሉም ነገር ዹተገኘው ኚእሱ፣ በእሱና ለእሱ ነው። ለእሱ ለዘላለም ክብር ይሁን። አሜን።
ምኜንያቱ፡ ኵሉ ኻብኡን ብእኡን ንዕኡን እዩ። ንዕኡ ንዘለኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
62,429

62,430
am_tg
ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ባሪያ ኚሆነው፣ ሐዋርያ እንዲሆን ኚተጠራውና ዹአምላክን ምሥራቜ እንዲያውጅ ኚተሟመው ኚጳውሎስፀ
ካብ ጳውሎስ እቲ ባርያ ክርስቶስ ዚሱስ፡ ሃዋርያ ኪኞውን እተጞውዐ፡ ንብስራት ኣምላኜ ኚኣ እተፈልዚ፡ እተላእኚት መልእኜቲ፣
62,431

62,432
am_tg
ይህ ምሥራቜ አምላክ በነቢያቱ አማካኝነት በቅዱሳን መጻሕፍት ውስጥ አስቀድሞ ዹሰጠው ዚተስፋ ቃል ሲሆን
እዚ ብስራት እዚ ድማ ኣምላኜ ኣቐዲሙ ብነብያቱ ኣቢሉ ኣብ ቅዱሳት ጜሑፋት ዘተስፈዎ ዀይኑ፡
62,433

62,434
am_tg
በሥጋ ኚዳዊት ዘር ስለተወለደው ልጁ ዚሚገልጜ ነውፀ
ብዛዕባ እቲ ብስጋ ኻብ ዘርኢ ዳዊት ዝመጾ ወዱ እዩ።
62,435
tg_am
ብዛዕባ እቲ ብስጋ ኻብ ዘርኢ ዳዊት ዝመጾ ወዱ እዩ።
በሥጋ ኚዳዊት ዘር ስለተወለደው ልጁ ዚሚገልጜ ነውፀ
62,436
am_tg
ይሁንና እሱ በመንፈስ ቅዱስ ኃይል ዹአምላክ ልጅ መሆኑ እንዲታወቅ ተደርጓል። ይህም ዹሆነው ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ ኚሞት በተነሳ ጊዜ ነው።
ንሱ ኻብ ምዉታት ብምትንሳኡ፡ ብመንፈስ ቅድስና ወዲ ኣምላኜ ምዃኑ ብሓይሊ ተጋሂዱ እዩ፣ ንሱ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ እዩ።
62,437

62,438
am_tg
ለስሙ ክብር በብሔራት ሁሉ መካኚል በእምነት ዚሚታዘዙ ሰዎቜ እንዲገኙ ሲባል በእሱ አማካኝነት ጾጋና ሐዋርያነት ተቀብለናልፀ
ስለ ስሙ ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ብእምነት ተኣዛዝነት ምእንቲ ኪኞውን ኚኣ፡ ብእኡ ጾጋን ሃዋርያነትን ተቐቢልና ኢና፣
62,439

62,440
am_tg
ዚኢዚሱስ ክርስቶስ እንዲሆኑ ኚአሕዛብ ኚተጠሩት መካኚል እናንተም ትገኙበታላቜሁ።
ካብቶም ኣህዛብ እውን ንስኻትኩም ናይ ዚሱስ ክርስቶስ ክትኰኑ ተጞዊዕኩም ኣለኹም።
62,441

62,442
am_tg
ቅዱሳን እንድትሆኑ ለተጠራቜሁና በአምላክ ለተወደዳቜሁ በሮም ለምትኖሩ ሁሉ፩ አባታቜን ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ናብ ኵሎም እቶም ኣብ ሮሜ ዘለዉ ቕዱሳት ኪዀኑ እተጞውዑ ፍቑራት ኣምላኜፊ ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
62,443

62,444
am_tg
ኹሁሉ አስቀድሜ፣ ስለ እምነታቜሁ በመላው ዓለም ስለሚወራ ስለ ሁላቜሁም በኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ለአምላኬ ምስጋና አቀርባለሁ።
እምነትኩም ኣብ ኵላ ዓለም ስለ እተወርዚት፡ ቅድሚ ዅሉ ብዛዕባ ዅላትኩም ንኣምላኞይ ብዚሱስ ክርስቶስ አመስግኖ ኣለኹ።
62,445

62,446
am_tg
ያለማቋሚጥ ዘወትር በጾሎቮ እናንተን ሳልጠቅስ እንደማላልፍ፣ ስለ ልጁ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ በማወጅ በሙሉ ልቀ ቅዱስ አገልግሎት ዚማቀርብለት አምላክ ምሥክሬ ነውፀ
ኚዚቋሚጜኩ ዅሉ ሳዕ ኣብ ጾሎተይ ኹም ዝጠቕሰኩም፡ እቲ ብዛዕባ ወዱ እናኣበሰርኩ ብመንፈሰይ ዘገልግሎ ኣምላኜ ምስክሚይ እዩ፣
62,447

62,448
am_tg
ደግሞም በአምላክ ፈቃድ አሁን በመጚሚሻ እንደ ምንም ተሳክቶልኝ ወደ እናንተ መምጣት እንድቜል ልመና እያቀሚብኩ ነው።
ሕጂ ኣብ መወዳእታ ብፍቓድ ኣምላኜ እንተ ሰሊጡንስ፡ ናባኻትኩም ክመጜእ እልምን እዚ።
62,449

62,450
am_tg
ለመጜናት ዚሚያስቜላቜሁን መንፈሳዊ ስጊታ እንዳካፍላቜሁ ላያቜሁ እጓጓለሁናፀ
ምእንቲ ኜትጞንዑስ፡ መንፈሳዊ ውህበት ክመቕለኩም ኢለ፡ ክርእዚኩም እናፍቕ ኣለኹ፣
62,451

62,452
am_tg
ይህን ስል እኔ በእናንተ እምነት እናንተም በእኔ እምነት እርስ በርሳቜን እንድንበሚታታ ነው።
ማለት፡ ብእምነት ሓድሕድና፡ በታ ናትኩምን በታ ናተይን እምነት፡ ንሓድሕድና ኜንተባባዕ ኢለ እዚ።
62,453

62,454
am_tg
ይሁንና ወንድሞቜ፣ በሌሎቜ አሕዛብ መካኚል ፍሬ እንዳፈራሁ ሁሉ በእናንተም መካኚል ፍሬ አፈራ ዘንድ ወደ እናንተ ለመምጣት ብዙ ጊዜ አቅጄ እንደነበር እንድታውቁ እፈልጋለሁ። ሆኖም ለመምጣት ባሰብኩ ቁጥር ዹሆነ እንቅፋት ያጋጥመኛል።
ኣሕዋተዚ፡ ኚምቲ ኣብ ካልኊት ኣህዛብ ዝሚኞብክዎ፡ ኣባኻትኩም እውን ፍሹ ኜሚክብሲ፡ ናባኻትኩም ንምምጻእ ብዙሕ ግዜ ኾም ዝሓለንኩ፡ ክሳዕ ሕጂ ግና ኹም እተኞልኚልኩ፡ ክትፈልጡ እፈቱ ኣለኹ።
62,455

62,456
am_tg
ለግሪካውያንም ሆነ ግሪካውያን ላልሆኑ እንዲሁም ለጠቢባንም ሆነ ላልተማሩ ዕዳ አለብኝፀ
ንግሪኻውያንን ንጓኖትን፡ ንለባማትን ንዓያሹን ዕዳ ኣሎኒ።
62,457

62,458
am_tg
በመሆኑም በሮም ላላቜሁት ለእናንተም ምሥራቹን ለማወጅ እጓጓለሁ።
ስለዚ፡ ኣብ ሮሜ ንዘለኹም እውን ኚበስሚኩም ተሃንጥዚ ኣለኹ።
62,459

62,460
am_tg
እኔ በምሥራቹ አላፍርምናፀ እንዲያውም ለሚያምን ሁሉ ይኾውም በመጀመሪያ ለአይሁዳዊ ኚዚያም ለግሪካዊ ምሥራቹ መዳን ዚሚያስገኝ ዹአምላክ ኃይል ነው።
ብብስራትሲ ኣይሓፍርን እዚ፣ እኳ ደኣስ፡ ንዚኣምን ዘበለ ዅሉ፡ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡ ኚምኡ ድማ ንግሪኻዊ፡ ንድሕነት ዚኾውን ሓይሊ ኣምላኜ እዩ።
62,461

62,462
am_tg
ምክንያቱም “ጻድቅ ግን በእምነት ይኖራል” ተብሎ እንደተጻፈ ሁሉ እምነት ያላ቞ው ሰዎቜ፣ አምላክ በምሥራቹ አማካኝነት ጜድቁን እንደሚገልጥ ይሚዳሉፀ ይህ ደግሞ እምነታ቞ውን ያጠነክርላ቞ዋል።
ኚመይሲ፡ ኚምቲ፡ “ጻድቕ ግና ብእምነት ይነብር” ዚብል እተጻሕፈ፡ ብእኡ ጜድቂ ኣምላኜ ብእምነትን ንእምነትን ይግለጜ ኣሎ።
62,463

62,464
am_tg
እውነትን ለማፈን ዚተንኮል ዘዮ ዹሚጠቀሙ ሰዎቜ በሚፈጜሙት አምላክን ዚሚጻሚር ድርጊትና ክፋት ሁሉ ላይ ዹአምላክ ቁጣ ኹሰማይ እዚተገለጠ ነውፀ
ቍጥዓ ኣምላኜሲ ኻብ ሰማይ ኣብ ኵሉ ሚሲእነትን ዓመጻን እቶም ንሓቂ ብዓመጻ ዚዓብጡ ሰባት ይግለጜ ኣሎ።
62,465

62,466
am_tg
ምክንያቱም ስለ አምላክ ሊታወቅ ዚሚቜለው ነገር በእነሱ ዘንድ በግልጜ ዚታወቀ ነውፀ ይህም ዹሆነው አምላክ ይህን ግልጜ ስላደሚገላ቞ው ነው።
ኚመይሲ፡ ኣምላኜ ኣግሂዱሎም እዩ እሞ፡ እቲ ብዛዕባ ኣምላኜ ዚፍለጥ ዘበለ ኣባታቶም ግሁድ እዩ።
62,467

62,468
am_tg
ዚማይታዩት ባሕርያቱ ይኾውም ዘላለማዊ ኃይሉና አምላክነቱ ዓለም ኚተፈጠሚበት ጊዜ አንስቶ በግልጜ ይታያሉፀ ምክንያቱም ባሕርያቱን ኚተሠሩት ነገሮቜ ማስተዋል ይቻላልፀ ስለሆነም ዚሚያመካኙበት ነገር ዚላ቞ውም።
እቲ ብግብሩ ዚፍለጥ ዘይርአ ባህርዩ ዀነ ናይ ዘለኣለም ሓይሉን ኣምላኜነቱንሲ፡ ካብ ፍጥሚት ዓለም ኣትሒዙ ብንጹር ይርአ እዩ፣ ስለዚ፡ ዜመኻንይዎ ዚብሎምን።
62,469

62,470
am_tg
አምላክን ዚሚያውቁ ቢሆኑም እንኳ እንደ አምላክነቱ አላኚበሩትም ብሎም አላመሰገኑትምፀ ኹዚህ ይልቅ አስተሳሰባ቞ው ኚንቱ ሆነፀ ዚማያስተውለው ልባ቞ውም ጚለመ።
ንኣምላኜ እናፈለጥዎስ፡ ኹም ኣምላኜ ገይሮም ኣዚኜበርዎን፡ ኣዚመስገንዎን እውን፣ ዚግዳስ፡ ብሓሳቊም ኚንቱ ዀይኖም፡ እቲ ዘዚስተውዕል ልቩም እውን ጞልሚቱ።
62,471

62,472
am_tg
ጥበበኞቜ ነን ቢሉም ሞኞቜ ሆኑፀ
ለባማት ኢና እኳ እንተ በሉ፡ ዓሜዮም፣
62,473
tg_am
ለባማት ኢና እኳ እንተ በሉ፡ ዓሜዮም፣
ጥበበኞቜ ነን ቢሉም ሞኞቜ ሆኑፀ
62,474
am_tg
ሊጠፋ ዚማይቜለውን አምላክ ክብር ጠፊ በሆነው ሰው፣ በወፎቜ፣ አራት እግር ባላ቞ው እንስሳትና በምድር ላይ በሚሳቡ ፍጥሚታት ምስል ለወጡት።
ንኜብሪ እቲ ዘይሓልፍ ኣምላኜ ኚኣ ናብ ምስሊ ሓላፊ ሰብን ኣዕዋፍን ኣርባዕተ መሓውር ዘለዎም እንስሳታትን ለመምትን ዚመስል ለዊጊምዎ።
62,475

62,476
am_tg
ስለሆነም አምላክ እንደ ልባ቞ው ምኞት ዹገዛ ራሳ቞ውን አካል እንዲያስነውሩ ለርኩሰት አሳልፎ ሰጣ቞ው።
ስለዚ፡ ኣምላኜ፡ ሰብነቶም ምእንቲ ኌሕስሩ፡ ኹም ትምኒት ልቊም፡ ንርኜሰት ኣሕሊፉ ሂብዎም።
62,477

62,478
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ዹአምላክን እውነት በሐሰት ለውጠዋልፀ በፈጣሪ ፋንታ ለፍጥሚት ክብር ሰጥተዋልፀ ደግሞም ቅዱስ አገልግሎት አቅርበዋልፀ ይሁንና ለዘላለም ሊወደስ ዚሚገባው ፈጣሪ ብቻ ነው። አሜን።
ነቲ ሓቂ ኣምላኜ ብሓሶት ለዊጊምዎ፣ ኣብ ክንዲ ንፈጣሪ፡—ንሱ ንዘለኣለም እተወደሰ እዩ፡ ኣሜን፡—ንፍጥሚት ኣምሊኟምን ኣገልጊሎምን።
62,479

62,480
am_tg
አምላክ ልቅ ለሆነ ዚፆታ ምኞት አሳልፎ ዚሰጣ቞ው በዚህ ምክንያት ነውፀ ሎቶቻ቞ውም ተፈጥሯዊ ዹሆነውን ግንኙነት ኚተፈጥሮ ውጭ በሆነ ግንኙነት ለወጡፀ
ስለዚ ድማ እዩ ኣምላኜ ንፋሉል ፍትወተ ስጋ ኣሕሊፉ ዝሃቊም፣ ኚመይሲ፡ እተን ደቂ ኣንስትዮኊም ነቲ ባህርያዊ ርክብ፡ ናብ ዘይባህርያዊ ለዊጠናኊ፣
62,481

62,482
am_tg
ወንዶቹም ተፈጥሯዊ በሆነ መንገድ ኚሎቶቜ ጋር መገናኘት ትተው እርስ በርሳ቞ው ኃይለኛ በሆነ ዚፆታ ስሜት ተቃጠሉፀ ወንዶቜ ኚወንዶቜ ጋር አስነዋሪ ነገር ፈጞሙፀ እነሱ ራሳ቞ውም ለጥፋታ቞ው ዚሚገባውን ቅጣት እዚተቀበሉ ነው።
እቶም ደቂ ተባዕትዮ እውን ኚምኡ ነቲ ምስ ጓል ኣንስተይቲ ዚግበር ባህርያዊ ርክብ ሓዲጎም፡ ደቂ ተባዕትዮ ምስ ደቂ ተባዕትዮ ጜዩፍ ተግባር እናገበሩን ግቡእ መቕጻዕቲ ስሕተቶም ኣብ ርእሶም እናተቐበሉን ኣብ ንሓድሕዶም ብፍትወት ሚሲኖም።
62,483

62,484
am_tg
ለአምላክ እውቅና መስጠት ተገቢ መስሎ ስላልታያ቞ው መደሹግ ዚማይገባውን ነገር እንዲያደርጉ አምላክ በእሱ ዘንድ ተቀባይነት ለሌለው አስተሳሰብ አሳልፎ ሰጣ቞ው።
ኚምቲ ንኣምላኜ ኪእመኑሉ ዘይደለዩ፡ ኣምላኜ ኚኣ ዘይግቡእ ነገር ኪገብሩ ንዘይሰምሮ ኣእምሮ ኣሕሊፉ ሂብዎም።
62,485

62,486
am_tg
ደግሞም እነዚህ ሰዎቜ በዓመፅ፣ በኃጢአተኝነት፣ በስግብግብነት፣ በክፋት፣ በቅናት፣ በነፍሰ ገዳይነት፣ በጥል፣ በማታለልና በተንኮል ዹተሞሉ ና቞ውፀ እንዲሁም ስም አጥፊዎቜ፣
ብዅሉ ዓመጻ፡ እኚይ፡ ስስዐ፡ ክፍኣት፡ ቅንኢ፡ ቅትለት፡ ባእሲ፡ ተንኰል፡ ሕሰም ድማ ተመሊኊም፣ ኚምኡ እውን መሕሞዅሞዅቲ፡
62,487

62,488
am_tg
ሐሜተኞቜ፣ አምላክን ዚሚጠሉ፣ ተሳዳቢዎቜ፣ ትዕቢተኞቜ፣ ጉሚኞቜ፣ ክፋት ጠንሳሟቜ፣ ለወላጆቜ ዚማይታዘዙ፣
ሓመይቲ፡ ጞላእቲ ኣምላኜ፡ ነቓጻት፡ ዕቡያት፡ ምኩሓት፡ ተጣበብቲ እኚይ፡ ንወለዶም ዘይእዘዙ፡
62,489

62,490
am_tg
ዚማያስተውሉ፣ ቃላቾውን ዚማይጠብቁ፣ ለሰው ፍቅር ዹሌላቾውና ምሕሚት ዚለሟቜ ና቞ው።
ዘይርድኡ፡ ጠለምቲ፡ ፍቕሪ ንስድራ ቀቶም ዘይብሎም፡ ጚካናት ኰይኖም።
62,491

62,492
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ‘እንዲህ ያሉ ነገሮቜን ዚሚያደርጉ ሁሉ ሞት ይገባ቞ዋል’ ዹሚለውን ዹአምላክን ዚጜድቅ ሕግ በሚገባ ዚሚያውቁ ቢሆኑም በዚህ ድርጊታ቞ው መግፋት ብቻ ሳይሆን ይህን ዚሚያደርጉትንም ይደግፋሉ።
እዚኣቶም፡ እቶም ኹምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ሞት ኹም ዚግብኊም፡ እዚ እውን ቅኑዕ ትእዛዝ ኣምላኜ ምዃኑ ኣጞቢቖም ዚፈልጡ ኜነሶም፡ ነዚ ይገብርዎ ኣለዉ፣ ሕሉፍ ሓሊፎም ኚኣ ነቶም ዚገብርዎ ይሰምርዎም ኣለዉ።
62,493

62,494
am_tg
ወንድሞቜ፣ (እዚተናገርኩ ያለሁት ሕግ ለሚያውቁ ሰዎቜ ነውፀ) ሕጉ በአንድ ሰው ላይ ሥልጣን ዹሚኖሹው በሕይወት እስኚኖሚ ድሚስ ብቻ እንደሆነ አታውቁም?
ኣሕዋተዚ፡ (ነቶም ሕጊ ዚፈልጡ እዚ ዝዛሚብ ዘለኹ፡) ሰብ ብህይወት ክሳዕ ዘሎ፡ ሕጊ ኾም ዚመልኮዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
62,495

62,496
am_tg
ለምሳሌ ያህል፣ ያገባቜ ሎት ባሏ በሕይወት እስካለ ድሚስ በሕግ ለእሱ ዚታሰሚቜ ናትፀ ባሏ ኹሞተ ግን ኚባሏ ሕግ ነፃ ትወጣለቜ።
ንኣብነት፡ ምርዕውቲ ሰበይቲ፡ ሰብኣያ ብህይወት ክሳዕ ዘሎ፡ ብሕጊ ምስኡ እስርቲ እያ፣ ሰብኣያ እንተ ሞይቱ ግና፡ ካብቲ ሕጊ ሰብኣያ ፍትሕቲ እያ።
62,497

62,498
am_tg
በመሆኑም ባሏ በሕይወት እያለ ዹሌላ ወንድ ብትሆን አመንዝራ ትባላለቜ። ባሏ ኹሞተ ግን ኚእሱ ሕግ ነፃ ስለምትሆን ዹሌላ ወንድ ብትሆን አመንዝራ አትባልም።
እምበኣር፡ ሰብኣያ ብህይወት ኚሎስ፡ ናይ ካልእ ሰብኣይ እንተ ዀይና፡ ዘማዊት እያ እትብሃል። ሰብኣያ እንተ ሞይቱ ግና፡ ካብ ሕጉ ሓራ እያ እሞ፡ ናይ ካልእ ሰብኣይ እንተ ዀይና፡ ዘማዊት ኣይኰነትን።
62,499