Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
62,500
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቌ፣ እናንተም ዹሌላ ይኾውም ኚሞት ዚተነሳው ዚክርስቶስ እንድትሆኑ በእሱ አካል አማካኝነት ለሕጉ ሞታቜኋልፀ ይህም ዹሆነው ለአምላክ ፍሬ እንድናፈራ ነው።
እምበኣር፡ ኣሕዋተዚ፡ ንስኻትኩም እውን ናይ ካልእ፡ ማለት ናይቲ ንኣምላኜ ክንፈሪ ኢሉ ኻብ ምዉታት ዝተንስአ ምእንቲ ኜትኰኑ፡ ብሰብነት ክርስቶስ ኣቢልኩም ንሕጊ ምዉታት ኎ንኩም ኢኹም።
62,501
tg_am

62,502
am_tg
ምክንያቱም እንደ ሥጋ ፍላጎት እንኖር በነበሚበት ጊዜ ሕጉ ይፋ ያወጣ቞ው ዚኃጢአት ምኞቶቜ ለሞት ፍሬ እንድናፈራ በሰውነታቜን ውስጥ ይሠሩ ነበር።
ብስጋ ኣብ ዝነበርናሉ እዋንሲ፡ ሞት ምእንቲ ኜንፈሪ፡ እቲ ብሕጊ እተጋህደ ሓጥእ ፍትወት ኣብ ሰብነትና ይዓዪ ነይሩ እዩ።
62,503

62,504
am_tg
አሁን ግን አሮጌ በሆነው በተጻፈው ሕግ ሳይሆን በአዲስ መልክ በመንፈስ ባሪያዎቜ እንሆን ዘንድ አስሮ ይዞን ለነበሹው ሕግ ስለሞትን ኹሕጉ ነፃ ወጥተናል።
ሕጂ ግና ብኣሚጊት መገዲ ብጜሑፍ ሕጊ ዘይኰነስ፡ ብሓድሜ መገዲ ብመንፈስ ባሮት ክንኚውን፡ ነቲ ቐዪዱና ዝነበሹ ሕጊ ብሙማትና፡ ካብቲ ሕጊ ተፈቲሕና ኢና።
62,505

62,506
am_tg
እንግዲህ ምን እንበል? ሕጉ ጉድለት አለበት ማለት ነው? በፍጹም! እንደ እውነቱ ኹሆነ ሕጉ ባይኖር ኖሮ ኃጢአት ምን እንደሆነ ባላወቅኩ ነበር። ለምሳሌ ሕጉ “አትጎምጅ” ባይል ኖሮ መጎምጀት ምን እንደሆነ ባላወቅኩ ነበር።
እንታይ ደኣ ኜንብል ኢና፧ እቲ ሕጊዶ ሓጢኣት እዩ፧ ያእ ኣይፋሉን! ብዘይ እቲ ሕግስ ንሓጢኣት ኣይምፈለጥክዎን ነይሚ። ንኣብነት፡ እቲ ሕጊ፡ “ኣይትተምነ” እንተ ዘይብልሲ፡ ንትምኒት ኣይምፈለጥክዎን ነይሚ።
62,507

62,508
am_tg
ሆኖም ኃጢአት፣ ይህ ትእዛዝ ባስገኘው አጋጣሚ ተጠቅሞ ማንኛውንም ዓይነት ነገር ዚመጎምጀት ፍላጎት በውስጀ እንዲያድር አደሚገፀ ሕግ ባልነበሚበት ጊዜ ኃጢአት ዹሞተ ነበርና።
ግናኞ፡ ሓጢኣት ብዘይ ሕጊ ምዉት እዩ እሞ፡ እቲ ሓጢኣት በቲ ትእዛዝ ኣጋጣሚ ሚኺቡ፡ ኵሉ ዓይነት ትምኒት ኣሕዲሩለይ።
62,509

62,510
am_tg
በእርግጥ ሕግ ባልነበሚበት ጊዜ ሕያው ነበርኩ። ትእዛዙ ሲመጣ ግን ኃጢአት ዳግመኛ ሕያው ሆነፀ እኔ ግን ሞትኩ።
ሓደ እዋን ብዘይ ሕጊ ህያው ነይሚ። እቲ ትእዛዝ ምስ መጾ ግና፡ ሓጢኣት ኹም ብሓድሜ ህያው ኰይኑ፡ ኣነ ኞኣ ሞይተ።
62,511

62,512
am_tg
ወደ ሕይወት እንዲመራ ዚታሰበውም ትእዛዝ ሞት እንዳመጣ ተገነዘብኩ።
እቲ ናብ ህይወት ዚመርሕ ትእዛዝ ድማ፡ ናብ ሞት ዚመርሕ ኰይኑ ሚኺበዮ።
62,513

62,514
am_tg
ምክንያቱም ኃጢአት ትእዛዙ ባስገኘው አጋጣሚ ተጠቅሞ አታሎኛልፀ እንዲሁም በትእዛዙ አማካኝነት ገድሎኛል።
ኚመይሲ፡ ሓጢኣት በቲ ትእዛዝ ኣጋጣሚ ሚኺቡ፡ ኣስሒቱኒ፡ ብእኡ እውን ቀቲሉኒ።
62,515

62,516
am_tg
ስለዚህ ሕጉ በራሱ ቅዱስ ነውፀ ትእዛዙም ቅዱስ፣ ጻድቅና ጥሩ ነው።
እምበኣር፡ እቲ ሕግስ ቅዱስ እዩ፣ እቲ ትእዛዝ እውን ቅዱስን ቅኑዕን ሰናይን እዩ።
62,517

62,518
am_tg
ታዲያ ይህ ጥሩ ዹሆነው ነገር ሞት አመጣብኝ ማለት ነው? በፍጹም! ኹዚህ ይልቅ ዹገደለኝ ኃጢአት ነው። ዚኃጢአት ምንነት እንዲገለጥ ጥሩ በሆነው ነገር አማካኝነት ሞት ያመጣብኝ ኃጢአት ነው። ትእዛዙም ኃጢአት ምን ያህል ክፉ እንደሆነ አሳይቷል።
እቲ ሰናይዶ ደኣ እዩ ንዓይ ሞት ዝዀነኒ፧ ያእ ኣይፋሉን! ሓጢኣት በቲ ሰናይ ኣቢሉ ሞት ኹም ዜምጜእ ኪርአስ፡ ሓጢኣት በቲ ትእዛዝ ኣቢሉ ኣዝዩ ሓጥእ ምእንቲ ኪኞውን፡ ሓጢኣት ደኣ እዩ ሞት ዝዀነኒ።
62,519

62,520
am_tg
ሕጉ መንፈሳዊ እንደሆነ እናውቃለንናፀ እኔ ግን ለኃጢአት ዚተሞጥኩ ሥጋዊ ነኝ።
እቲ ሕጊ መንፈሳዊ ምዃኑስ ንፈልጥ ኢና፣ ኣነ ግና ኣብ ትሕቲ ሓጢኣት እተሞጥኩ ስጋዊ እዚ።
62,521

62,522
am_tg
ለምን እንዲህ እንደማደርግ አላውቅም። ለማድሚግ ዹምፈልገውን ነገር አላደርግምናፀ ኹዚህ ይልቅ ዹማደርገው ዹምጠላውን ነገር ነው።
ነቲ ዝጾልኩ እገብሮ ኣለኹ እምበር፡ ነቲ ዝደልዮ ኣይኰንኩን ዝገብሮ ዘለኹ እሞ፡ ነቲ ዝገብሮ ኣይፈልጊን እዚ።
62,523

62,524
am_tg
ይሁን እንጂ ዹማደርገው ዹማልፈልገውን ኹሆነ ሕጉ መልካም ነው በሚለው እስማማለሁ።
ነቲ ዘይደልዮ ኻብ ዝገብሮ ግና፡ እቲ ሕጊ ሰናይ ምዃኑ እሰማምዓሉ ኣለኹ።
62,525

62,526
am_tg
ሆኖም አሁን ይህን ዚሚያደርገው በእኔ ውስጥ ዹሚኖሹው ኃጢአት ነው እንጂ እኔ አይደለሁም።
ሕጂ ግና እቲ ኣባይ ሓዲሩ ዘሎ ሓጢኣት እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝገብሮ ዘለኹ።
62,527

62,528
am_tg
ምክንያቱም በውስጀ ማለትም በሥጋዬ ውስጥ ዹሚኖር ምንም ጥሩ ነገር ዚለምፀ መልካም ዹሆነውን ነገር ዚማድሚግ ፍላጎት እንጂ ዹመፈጾም ቜሎታ ዚለኝም።
ሰናይ ክገብር ድሌት ደኣ ኣሎኒ እምበር፡ ክእለት ዚብለይን እሞ፡ ኣባይ፡ ማለት ኣብ ስጋይ፡ ሰናይ ኹም ዘይሓድር እፈልጥ እዚ።
62,529

62,530
am_tg
ዹምመኘውን መልካም ነገር አላደርግምናፀ ዹማልፈልገውን መጥፎ ነገር ግን አደርጋለሁ።
ኚመይሲ፡ ነቲ ዘይደልዮ እኚይ እገብሮ ኣለኹ እምበር፡ ነቲ ዝደልዮ ሰናይ ኣይኰንኩን ዝገብሮ ዘለኹ።
62,531

62,532
am_tg
እንግዲህ ዹማደርገው ዹማልፈልገውን ነገር ኹሆነ ይህን ዹማደርገው እኔ ሳልሆን በውስጀ ዹሚኖሹው ኃጢአት ነው።
ነቲ ዘይደልዮ ኻብ ዝገብሮስ፡ እቲ ኣባይ ሓዲሩ ዘሎ ሓጢኣት እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን ዝገብሮ ዘለኹ።
62,533

62,534
am_tg
እንግዲያው ይህ ሕግ በራሎ ላይ ሲሠራ አያለሁፊ ትክክል ዹሆነውን ነገር ማድሚግ ስፈልግ ኚእኔ ጋር ያለው ግን መጥፎ ነገር ነው።
እምበኣር፡ ሰናይ ክገብር እናደለኹ፡ እኚይ ኣባይ ኹም ዘሎ፡ እዚ ሕጊ ዀይኑኒ ሚኞብክዎ።
62,535

62,536
am_tg
በውስጀ በአምላክ ሕግ እጅግ ደስ ይለኛልፀ
ብውሜጠይሲ በቲ ሕጊ ኣምላኜ ደስ ይብለኒ እዩ፣
62,537
tg_am
ብውሜጠይሲ በቲ ሕጊ ኣምላኜ ደስ ይብለኒ እዩ፣
በውስጀ በአምላክ ሕግ እጅግ ደስ ይለኛልፀ
62,538
am_tg
በሰውነቮ ውስጥ ግን ኚአእምሮዬ ሕግ ጋር ዹሚዋጋውንና በሰውነቮ ውስጥ ላለው ዚኃጢአት ሕግ ምርኮኛ አድርጎ ዹሚሰጠኝን ሌላ ሕግ አያለሁ።
ግናኞ፡ ኣብ ሰብነተይ ምስ ሕጊ ኣእምሮይ ዚዋጋእን ናብቲ ኣብ ሰብነተይ ዘሎ ሕጊ ሓጢኣት ኣቢሉ ዚማርኾንን ካልእ ሕጊ እርኢ ኣለኹ።
62,539

62,540
am_tg
እኔ ምንኛ ጎስቋላ ሰው ነኝ! እንዲህ ወዳለው ሞት ኚሚመራኝ ሰውነት ማን ይታደገኛል?
እዋይ ኣነ መኹሹኛ ሰብ! ካብዚ ናብ ሞት ዚመርሕ ሰብነት እዝስ መን ኬናግፈኒ እዩ፧
62,541

62,542
am_tg
በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ዚሚታደገኝ አምላክ ዹተመሰገነ ይሁን! ስለዚህ እኔ ራሎ በአእምሮዬ ለአምላክ ሕግ ባሪያ ስሆን በሥጋዬ ግን ለኃጢአት ሕግ ባሪያ ነኝ።
ኣምላኜ ብዚሱስ ክርስቶስ ጐይታና ይመስገን! እምበኣር፡ ብኣእምሮይ ንሕጊ ኣምላኜ፡ ብስጋይ ግና ንሕጊ ሓጢኣት ባርያ እዚ።
62,543

62,544
am_tg
ሰው ሁሉ ለበላይ ባለሥልጣናት ይገዛፀ ሥልጣን ሁሉ ዹሚገኘው ኹአምላክ ነውናፀ ያሉት ባለሥልጣናት አንጻራዊ ቊታ቞ውን ያገኙት ኹአምላክ ነው።
ብዘይካ ብኣምላኜ ስልጣን ዹልቩን እሞ፡ ነፍሲ ወኹፍ ነቶም ኣብ ልዕሊኡ ዘለዉ ሰበ ስልጣን ይገዝኣዮም፣ እቶም ዘለዉ ሰበ ስልጣን ኚኣ ብኣምላኜ ኣብ በቊታኊም እተሰርዑ እዮም።
62,545

62,546
am_tg
ስለዚህ ባለሥልጣንን ዹሚቃወም ሁሉ አምላክ ያደሚገውን ዝግጅት ይቃወማልፀ ይህን ዝግጅት ዹሚቃወሙ በራሳ቞ው ላይ ፍርድ ያመጣሉ።
ስለዚ፡ እቲ ንብዓል ስልጣን ዚቃወም፡ ነቲ ስርዓት ኣምላኜ እዩ ዚቃወሞ፣ እቶም ዚቃወምዎ ድማ፡ ኣብ ርእሶም ፍርዲ ኌምጜኡ እዮም።
62,547

62,548
am_tg
ገዢዎቜ ዚሚያስፈሩት ክፉ ለሚያደርጉ እንጂ መልካም ለሚያደርጉ አይደለምና። እንግዲያው ባለሥልጣንን መፍራት ዚማትፈልግ ኹሆነ መልካም ማድሚግህን ቀጥልፀ ኚእሱም ምስጋና ታገኛለህፀ
ኚመይሲ፡ እቶም ገዛእቲ፡ ክፉእ ንዚገብሩ እምበር፡ ሰናይ ንዚገብሩ ኣዚፍርሁን እዮም። ነቲ ብዓል ስልጣን ኚይትፈርሆዶ ትደሊ ኢኻ፧ ሰናይ ግበር፡ ንሱ እውን ኪንእደካ እዩ፣
62,549

62,550
am_tg
ለአንተ ጥቅም ሲባል ዚተሟመ ዹአምላክ አገልጋይ ነውና። ክፉ ዚምታደርግ ኹሆነ ግን ልትፈራ ይገባሃልፀ ምክንያቱም ሰይፍ ዚሚታጠቀው እንዲያው በኚንቱ አይደለም። ክፉ ዚሚሠራን በመቅጣት ዹሚበቀል ዹአምላክ አገልጋይ ነው።
ንሱስ ንሰናይካ ኢሉ ዝቘመ ኣገልጋሊ ኣምላኜ እዩ። ሰይፊ ንኞንቱ ኣይዕጠቕን እዩ እሞ፡ ክፉእ ትገብር እንተ ኣሊኻ ግና፡ ፍራህ። ኣገልጋሊ ኣምላኜ፡ ማለት ኣብቶም ክፉእ ዚገብሩ፡ ቍጥዓ ንምግላጜ ዚኾውን ፈዳይ ሕነ እዩ።
62,551

62,552
am_tg
ስለዚህ ቁጣውን በመፍራት ብቻ ሳይሆን ስለ ሕሊናቜሁ ስትሉም መገዛታቜሁ አስፈላጊ ነው።
ስለዚ፡ ስለ ሕልና ኢልኩም እምበር፡ ስለ ቝጥዓ ኢልኩም ጥራይ ኣይኰነን ክትግዝኡ ዚግብኣኩም።
62,553

62,554
am_tg
ቀሚጥ ዚምትኚፍሉትም ለዚሁ ነውፀ ምክንያቱም እነሱ ሕዝባዊ አገልግሎት ዚሚያኚናውኑ ዹአምላክ አገልጋዮቜ ና቞ውፀ ዚዘወትር ተግባራ቞ውም ይኾው ነው።
ምእንቲ እዚ ኞዚብኰሩ ዜገልግሉ ኣገልገልቲ ኣምላኜ እዮም እሞ፡ ስለዚ ኢኹም ግብሪ እትኞፍሉ ዘለኹም።
62,555

62,556
am_tg
ለሁሉም ዚሚገባውን አስሚክቡፀ ቀሚጥ ለሚጠይቅ ቀሚጥ፣ ግብር ለሚጠይቅ ግብር ስጡፀ መፈራት ዹሚፈልገውን ፍሩፀ መኹበር ዹሚፈልገውን አክብሩ።
ግብሪ ንዚግብኊ ግብሪ፡ ቀሚጜ ንዚግብኊ ቐሚጜ፡ ፍርሃት ንዚግብኊ ፍርሃት፡ ክብሪ ንዚግብኊ ኜብሪ፡ ንዅሉ ዘዚግብኊ ሃብዎ።
62,557

62,558
am_tg
እርስ በርስ ኚመዋደድ በቀር በማንም ላይ ምንም ዕዳ አይኑርባቜሁፀ ሰውን ዚሚወድ ሁሉ ሕጉን ፈጜሟልና።
እቲ ንብጻዩ ዜፍቅር ንሕጊ ፈጺምዎ እዩ እሞ፡ ንሓድሕድኩም ምፍቓር እንተ ዘይኰይኑ፡ ንሓደ እኳ ገለ ዕዳ ኣይሃልኹም።
62,559

62,560
am_tg
ምክንያቱም “አታመንዝር፣ አትግደል፣ አትስሚቅ፣ አትጎምጅ” ዚሚሉት ሕጎቜና ሌሎቜ ትእዛዛት በሙሉ “ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ” በሚለው በዚህ ቃል ተጠቃለዋል።
እቲ፡ “ኣይትዘሙ፡ ኣይትቕተል፡ ኣይትስሚቕ፡ ኣይትተምነ” ዚብል ሕጊ፡ ካልእ ትእዛዝ ዘበለ እውን እንተ ኣልዩ፡ ኣብቲ፡ “ንብጻይካ ኾም ነፍስኻ ኣፍቅሮ” ዚብል ቃል ይጠቓለል እዩ።
62,561

62,562
am_tg
ፍቅር በባልንጀራው ላይ ክፉ አያደርግምፀ ስለዚህ ፍቅር ዹሕግ ፍጻሜ ነው።
ፍቕሪ ንብጻያ እኚይ ኣይትገብሮን እያ፣ እምበኣር፡ ፍቕሪ መፈጞምታ ሕጊ እያ።
62,563

62,564
am_tg
ምን ዓይነት ዘመን ላይ እንደምንገኝ ስለምታውቁም ይህን አድርጉፀ አማኞቜ ኚሆንበት ጊዜ ይልቅ አሁን መዳናቜን ይበልጥ ስለቀሚበ ኚእንቅልፍ ዚምትነቁበት ሰዓት አሁን ነው።
ድሕነትና ኻብቲ ዝኣመንናሉ ግዜስ ሕጂ ይቐርብ እሞ፡ ድሮ ኻብ ድቃስ እትበራበሩላ ሰዓት ኹም ዝኣኞለት፡ እዋኑ ስለ እትፈልጥዎ፡ ኚምኡ ግበሩ።
62,565

62,566
am_tg
ሌሊቱ እዚተገባደደ ነውፀ ቀኑም ቀርቧል። ስለዚህ ኹጹለማ ጋር ዚተያያዙ ሥራዎቜን አውልቀን ዚብርሃንን ዹጩር ዕቃዎቜ እንልበስ።
ለይቲ ሓሊፋ፡ መዓልቲ እውን ቀሪባ እያ። እምበኣር፡ ግብሪ ጞልማት ካባና ደርቢና፡ ኣጜዋር ብርሃን ንልበስ።
62,567

62,568
am_tg
መሹን በለቀቀ ፈንጠዝያና በስካር፣ ልቅ በሆነ ዚፆታ ግንኙነትና ዓይን ባወጣ ምግባር እንዲሁም በጠብና በቅናት ሳይሆን በቀን ብርሃን እንደምንመላለስ በጚዋነት እንመላለስ።
ብፈንጠዝያን ስኜራንን፡ ብብዕሉግ ጟታዊ ርክብን ንውርምናን፡ ብባእስን ቅንእን ዘይኰነስ፡ ኹም ብመዓልቲ ብኣደብ ንመላለስ።
62,569

62,570
am_tg
ጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስን ልበሱትፀ ዚሥጋ ፍላጎታቜሁን ለማርካት ዕቅድ አታውጡ።
ንጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ እምበር፡ ትምኒት ስጋ ኞተርውዩ ኢልኩም ኣይትሃቅኑ።
62,571

62,572
am_tg
ታዲያ አይሁዳዊ መሆን ጥቅሙ ምኑ ላይ ነው? ግርዘትስ ፋይዳው ምንድን ነው?
ኣይሁዳዊ ደኣ እንታይ እዩ ብልጫኡ፧ ወይስ ጥቕሚ ግዝሚት እንታይ እዩ፧
62,573

62,574
am_tg
በሁሉም መንገድ ትልቅ ጥቅም አለው። በመጀመሪያ ደሹጃ ዹአምላክ ቅዱስ ቃል በአደራ ተሰጥቷ቞ዋል።
ብዅሉ መዳይ ብዙሕ እዩ። ቅድሚ ዅሉ፡ እቲ ቕዱስ ቃል ኣምላኜ ንዓታቶም ሕድሪ ተዋሂብዎም እዩ።
62,575

62,576
am_tg
አንዳንድ አይሁዳውያን እምነት ቢጎድላ቞ውስ? ዚእነሱ እምነት ማጣት ሰዎቜ በአምላክ እንዳይታመኑ ሊያደርግ ይቜላል?
እሞ ደኣ ገሊኩም እንተ ዘይኣሚኖም፡ እቲ ዘይምእማኖም ንተኣማንነት ኣምላኜ ኚንቱ ይገብሮ ድዩ፧
62,577

62,578
am_tg
በፍጹም! ኹዚህ ይልቅ “በቃልህ ጻድቅ ሆነህ ትገኝ ዘንድ፣ በፍርድም ፊት ትሚታ ዘንድ” ተብሎ እንደተጻፈ ሰው ሁሉ ሐሰተኛ ሆኖ ቢገኝ እንኳ ዹአምላክ እውነተኝነት ዹተሹጋገጠ ነው።
ያእ ኣይፋሉን! ኚምቲ፡ “ብቓላትካ ምእንቲ ኜትጞድቕን ኪፍሚደካ ኾሎ ምእንቲ ኜትሚትዕን” ዚብል እተጻሕፈ፡ ኣምላኜ ሓቀኛ ዀይኑ፡ ኵሉ ሰብ ግና ሓሳዊ ዀይኑ ይሚኞብ።
62,579

62,580
am_tg
ይሁን እንጂ ዚእኛ ክፋት ዹአምላክን ጜድቅ አጉልቶ ዚሚያሳይ ኹሆነ ምን ማለት እንቜላለን? አምላክ ቁጣውን መግለጹ ኢፍትሐዊ ያሰኘዋል እንዎ? (አንዳንድ ሰዎቜ እንደሚያስቡት ማለት ነው።)
ግናኞ፡ እቲ ዓመጻና፡ ጜድቂ ኣምላኜ ዜጕልሕ ካብ ኰነ፡ እንታይ ንበል፧ ኣምላኜ ቍጥዓኡ ምስ ዜውርድሲ፡ ዓማጺ ድዩ፧ (ኹም ኣዘራርባ ሰብ እዚ ዝዛሚብ ዘለኹ።)
62,581

62,582
am_tg
በፍጹም! አለዚያ አምላክ በዓለም ላይ እንዎት ይፈርዳል?
ያእ ኣይፋሉን! ኹመይ ኢሉ ደኣ ኣምላኜ ንዓለም ኪፈርዳ እዩ፧
62,583
tg_am
ያእ ኣይፋሉን! ኹመይ ኢሉ ደኣ ኣምላኜ ንዓለም ኪፈርዳ እዩ፧
በፍጹም! አለዚያ አምላክ በዓለም ላይ እንዎት ይፈርዳል?
62,584
am_tg
ይሁንና በእኔ ውሞት ዚተነሳ ዹአምላክ እውነት ለእሱ ክብር በሚያመጣ መንገድ ይበልጥ ጎልቶ ዚሚወጣ ኹሆነ ታዲያ እኔ ለምን ኃጢአተኛ ተብዬ ይፈሚድብኛል?
ሓቂ ኣምላኜ ብሓሶተይ ንኜብሩ ኻብ ወሰኾ ግና፡ ስለምንታይ ደኣ እዚ ኾም ሓጥእ ዝፍሚድ ዘለኹ፧
62,585

62,586
am_tg
እንዲህ ኹሆነማ አንዳንድ ሰዎቜ “ጥሩ ነገር እንዲገኝ መጥፎ ነገር እንሥራ” ይላሉ በማለት በሐሰት እንደሚያስወሩብን ለምን አንልም? በእነዚህ ሰዎቜ ላይ ዹሚበዹነው ፍርድ ፍትሐዊ ነው።
ኚምቲ ገሊኊም፡ “ጜቡቕ ምእንቲ ኺመጜእሲ፡ ክፉእ ንግበር” ኹም እንብል ዚጥቅኑና ደኣ ስለምንታይ ዘይንብል፧ ኣብዚኣቶም ዚወርድ ፍርዲ ፍትሓዊ እዩ።
62,587

62,588
am_tg
እንግዲህ ምን ማለት ይቻላል? እኛ ዚተሻልን ነን ማለት ነው? በፍጹም! ምክንያቱም አይሁዳውያንም ሆኑ ግሪካውያን ሁሉም ዚኃጢአት ተገዢዎቜ እንደሆኑ በመናገር አስቀድመን ኚሰና቞ዋልፀ
እሞኞ ደኣ፧ ንሕና ዝሓሜና ዲና፧ ኚቶ ኣይኰንናን! ኣቐዲምና፡ ኵሎም ኣይሁድን ግሪኻውያንን ኣብ ትሕቲ ሓጢኣት ምዃኖም ኚሲስና ኣለና፣
62,589

62,590
am_tg
ይህም እንዲህ ተብሎ እንደተጻፈው ነው፩ “ጻድቅ ሰው ዚለምፀ አንድም እንኳ ዚለምፀ
ኚምኡ ኞኣ ተጻሒፉ ኣሎፊ “ጻድቕ ዚልቊን፡ ሓደ እኳ ዚልቊን፣
62,591

62,592
am_tg
ማስተዋል ያለው አንድም ሰው ዚለምፀ ደግሞም አምላክን ዹሚፈልግ አንድም ሰው ዚለም።
ልቩና ዘለዎ ዚልቊን፣ ንኣምላኜ ዚደልዮ ዚልቊን።
62,593

62,594
am_tg
ሁሉም መንገድ ስተዋልፀ ሁሉም ዚማይሚቡ ሆነዋልፀ ደግነት ዚሚያሳይ አንድም ሰው ዚለምፀ አንድም እንኳ አይገኝም።”
ኵላቶም ኣልጊሶም፡ ኵላቶም ዘይጠቕሙ ዀይኖም፣ ዚልውህ ዚልቊን፡ ሓደ እኳ ዚልቊን።”
62,595

62,596
am_tg
“ጉሮሯ቞ው ዹተኹፈተ መቃብር ነውፀ በምላሳ቞ው ያታልላሉ።” “ኚኚንፈራ቞ው ሥር ዚእባብ መርዝ አለ።”
“ጐሚሮኊም ክፉት መቓብር እዩ፣ ብልሳናቶም ዚታልሉ ኣለዉ።” “ብድሕሪ ኞናፍሮም ሕንዚ መንደላይ ተመን ኣሎ።”
62,597

62,598
am_tg
“አፋቾውም በእርግማንና በምሬት ዹተሞላ ነው።”
“ኣፎም መርገምን ምሚትን ዝመልአ እዩ።”
62,599
tg_am
“ኣፎም መርገምን ምሚትን ዝመልአ እዩ።”
“አፋቾውም በእርግማንና በምሬት ዹተሞላ ነው።”