Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
62,700 | am_tg | ስለዚህ አንተ ሰው፣ ማንም ሆንክ ማን በሌላው ላይ የምትፈርድ ከሆነ ምንም የምታመካኝበት ነገር የለህም፤ በሌላው ላይ ስትፈርድ ራስህንም ኮነንክ ማለት ነው፤ ምክንያቱም በሌላው ላይ የምትፈርድ አንተ ራስህ እነዚያኑ ነገሮች በተደጋጋሚ ታደርጋለህ። | ስለዚ፡ ኣታ ሰብ፡ መንነትካ ብዘየገድስ፡ እንተ ፈሪድካ፡ እተመኻንዮ የብልካን፣ ከመይሲ፡ ኣታ እትፈርድ፡ ንስኻ እውን ከምኡ ስለ እትገብር፡ ንኻልእ ክትፈርድ ከለኻ፡ ንርእስኻ ትዅንን ኣለኻ። |
62,701 | tg_am | ስለዚ፡ ኣታ ሰብ፡ መንነትካ ብዘየገድስ፡ እንተ ፈሪድካ፡ እተመኻንዮ የብልካን፣ ከመይሲ፡ ኣታ እትፈርድ፡ ንስኻ እውን ከምኡ ስለ እትገብር፡ ንኻልእ ክትፈርድ ከለኻ፡ ንርእስኻ ትዅንን ኣለኻ። | ስለዚህ አንተ ሰው፣ ማንም ሆንክ ማን በሌላው ላይ የምትፈርድ ከሆነ ምንም የምታመካኝበት ነገር የለህም፤ በሌላው ላይ ስትፈርድ ራስህንም ኮነንክ ማለት ነው፤ ምክንያቱም በሌላው ላይ የምትፈርድ አንተ ራስህ እነዚያኑ ነገሮች በተደጋጋሚ ታደርጋለህ። |
62,702 | am_tg | አምላክ እንዲህ ያሉትን ነገሮች በሚፈጽሙ ሰዎች ላይ እንደሚፈርድ እናውቃለን፤ ፍርዱ ደግሞ ከእውነት ጋር የሚስማማ ነው። | ኣብቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ዚወርድ ፍርዲ ኣምላኽሲ ምስ ሓቂ ኸም ዚሳነ ንፈልጥ ኢና። |
62,703 | tg_am | ኣብቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ዚወርድ ፍርዲ ኣምላኽሲ ምስ ሓቂ ኸም ዚሳነ ንፈልጥ ኢና። | አምላክ እንዲህ ያሉትን ነገሮች በሚፈጽሙ ሰዎች ላይ እንደሚፈርድ እናውቃለን፤ ፍርዱ ደግሞ ከእውነት ጋር የሚስማማ ነው። |
62,704 | am_tg | ይሁን እንጂ አንተ ሰው፣ እንዲህ ያሉትን ነገሮች በሚፈጽሙ ሰዎች ላይ እየፈረድክ አንተ ግን እነዚያኑ ነገሮች የምታደርግ ከሆነ ከአምላክ ፍርድ አመልጣለሁ ብለህ ታስባለህ? | ኣታ ሰብ፡ ኣብቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ኽትፈርድ ከለኻስ፡ ንስኻ ኻብ ፍርዲ ኣምላኽ እተምልጥዶ ይመስለካ ኣሎ፧ |
62,705 | tg_am | ኣታ ሰብ፡ ኣብቶም ከምዚ ዝኣመሰለ ዚገብሩ ኽትፈርድ ከለኻስ፡ ንስኻ ኻብ ፍርዲ ኣምላኽ እተምልጥዶ ይመስለካ ኣሎ፧ | ይሁን እንጂ አንተ ሰው፣ እንዲህ ያሉትን ነገሮች በሚፈጽሙ ሰዎች ላይ እየፈረድክ አንተ ግን እነዚያኑ ነገሮች የምታደርግ ከሆነ ከአምላክ ፍርድ አመልጣለሁ ብለህ ታስባለህ? |
62,706 | am_tg | ወይስ አምላክ በደግነቱ ወደ ንስሐ ሊመራህ እየሞከረ እንዳለ ሳታውቅ የደግነቱን፣ የቻይነቱንና የትዕግሥቱን ብዛት ትንቃለህ? | ወይስ ኣምላኽ ብለውሃቱ ናብ ንስሓ ኺመርሓካ ይፍትን ከም ዘሎ ሰኣን ምፍላጥካስ፡ ሃብቲ ለውሃቱን ተጻዋርነቱን ዓቕሉንዶ ትንዕቕ ኣለኻ፧ |
62,707 | tg_am | ወይስ ኣምላኽ ብለውሃቱ ናብ ንስሓ ኺመርሓካ ይፍትን ከም ዘሎ ሰኣን ምፍላጥካስ፡ ሃብቲ ለውሃቱን ተጻዋርነቱን ዓቕሉንዶ ትንዕቕ ኣለኻ፧ | ወይስ አምላክ በደግነቱ ወደ ንስሐ ሊመራህ እየሞከረ እንዳለ ሳታውቅ የደግነቱን፣ የቻይነቱንና የትዕግሥቱን ብዛት ትንቃለህ? |
62,708 | am_tg | እንግዲህ በግትርነትህና ንስሐ በማይገባው ልብህ የተነሳ በራስህ ላይ ቁጣ ታከማቻለህ። ይህ ቁጣ አምላክ የጽድቅ ፍርድ በሚፈርድበት ቀን ይገለጣል። | ግናኸ፡ ብትርኻን በቲ ዘይንሳሕ ልብኻን፡ ነቲ ብመዓልቲ ቝጥዓን ምግላጽ ቅኑዕ ፍርዲ ኣምላኽን ዚወርድ ቍጥዓ ኣብ ርእስኻ ትእክብ ኣለኻ። |
62,709 | tg_am | ግናኸ፡ ብትርኻን በቲ ዘይንሳሕ ልብኻን፡ ነቲ ብመዓልቲ ቝጥዓን ምግላጽ ቅኑዕ ፍርዲ ኣምላኽን ዚወርድ ቍጥዓ ኣብ ርእስኻ ትእክብ ኣለኻ። | እንግዲህ በግትርነትህና ንስሐ በማይገባው ልብህ የተነሳ በራስህ ላይ ቁጣ ታከማቻለህ። ይህ ቁጣ አምላክ የጽድቅ ፍርድ በሚፈርድበት ቀን ይገለጣል። |
62,710 | am_tg | እሱም ለእያንዳንዱ እንደ ሥራው ይከፍለዋል፦ | ንሱ ድማ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ፦ |
62,711 | tg_am | ንሱ ድማ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ፦ | እሱም ለእያንዳንዱ እንደ ሥራው ይከፍለዋል፦ |
62,712 | am_tg | በመልካም ሥራ በመጽናት ክብርን፣ ሞገስንና ሊጠፋ የማይችል ሕይወትን ለሚፈልጉ የዘላለም ሕይወት ይሰጣቸዋል፤ | ነቶም ብተጻዋርነት ሰናይ እናገበሩ ግርማን ክብርን ዘይምሕላፍን ዚደልዩ ናይ ዘለኣለም ህይወት፣ |
62,713 | tg_am | ነቶም ብተጻዋርነት ሰናይ እናገበሩ ግርማን ክብርን ዘይምሕላፍን ዚደልዩ ናይ ዘለኣለም ህይወት፣ | በመልካም ሥራ በመጽናት ክብርን፣ ሞገስንና ሊጠፋ የማይችል ሕይወትን ለሚፈልጉ የዘላለም ሕይወት ይሰጣቸዋል፤ |
62,714 | am_tg | ይሁን እንጂ ጠብ ወዳዶች በሆኑትና ለእውነት ከመታዘዝ ይልቅ ለዓመፅ በሚታዘዙት ላይ ቁጣና መዓት ይወርድባቸዋል። | ነቶም ነግራማትን ንዓመጻ እናተኣዘዙ ንሓቂ ዘይእዘዙን ግና ቍጥዓን መዓትን። |
62,715 | tg_am | ነቶም ነግራማትን ንዓመጻ እናተኣዘዙ ንሓቂ ዘይእዘዙን ግና ቍጥዓን መዓትን። | ይሁን እንጂ ጠብ ወዳዶች በሆኑትና ለእውነት ከመታዘዝ ይልቅ ለዓመፅ በሚታዘዙት ላይ ቁጣና መዓት ይወርድባቸዋል። |
62,716 | am_tg | ክፉ ሥራ በሚሠራ ሰው ሁሉ ላይ ይኸውም በመጀመሪያ በአይሁዳዊ ከዚያም በግሪካዊ ላይ መከራና ጭንቀት ይመጣል፤ | እከይ ንዚገብር ዘበለ ዅሉ ሰብ፡ ጸበባን ጭንቅን ኪወርዶ እዩ፣ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡ ከምኡ ኸኣ ንግሪኻዊ፣ |
62,717 | tg_am | እከይ ንዚገብር ዘበለ ዅሉ ሰብ፡ ጸበባን ጭንቅን ኪወርዶ እዩ፣ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡ ከምኡ ኸኣ ንግሪኻዊ፣ | ክፉ ሥራ በሚሠራ ሰው ሁሉ ላይ ይኸውም በመጀመሪያ በአይሁዳዊ ከዚያም በግሪካዊ ላይ መከራና ጭንቀት ይመጣል፤ |
62,718 | am_tg | ሆኖም መልካም ሥራ የሚሠራ ሁሉ ይኸውም በመጀመሪያ አይሁዳዊ ከዚያም ግሪካዊ ክብር፣ ሞገስና ሰላም ያገኛል። | ሰናይ ንዚገብር ዘበለ ዅሉ ግና፡ ግርማን ክብርን ሰላምን ኪውሃቦ እዩ፣ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡ ከምኡ ኸኣ ንግሪኻዊ። |
62,719 | tg_am | ሰናይ ንዚገብር ዘበለ ዅሉ ግና፡ ግርማን ክብርን ሰላምን ኪውሃቦ እዩ፣ ቅድም ንኣይሁዳዊ፡ ከምኡ ኸኣ ንግሪኻዊ። | ሆኖም መልካም ሥራ የሚሠራ ሁሉ ይኸውም በመጀመሪያ አይሁዳዊ ከዚያም ግሪካዊ ክብር፣ ሞገስና ሰላም ያገኛል። |
62,720 | am_tg | በአምላክ ዘንድ አድልዎ የለምና። | ኣብ ኣምላኽሲ ኣድልዎ የልቦን። |
62,721 | tg_am | ኣብ ኣምላኽሲ ኣድልዎ የልቦን። | በአምላክ ዘንድ አድልዎ የለምና። |
62,722 | am_tg | ሕግ ሳይኖራቸው ኃጢአት የሠሩ ሁሉ ያለሕግ ይጠፋሉና፤ ሆኖም ሕግ እያላቸው ኃጢአት የሠሩ ሁሉ በሕግ ይፈረድባቸዋል። | ኵሎም እቶም ብዘይ ሕጊ ዝሓጥኡስ፡ ብዘይ ሕጊ ኺጠፍኡ እዮም፣ ኵሎም እቶም ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዝሓጥኡ ግና፡ ብሕጊ ኺፍረዱ እዮም። |
62,723 | tg_am | ኵሎም እቶም ብዘይ ሕጊ ዝሓጥኡስ፡ ብዘይ ሕጊ ኺጠፍኡ እዮም፣ ኵሎም እቶም ኣብ ትሕቲ ሕጊ ዝሓጥኡ ግና፡ ብሕጊ ኺፍረዱ እዮም። | ሕግ ሳይኖራቸው ኃጢአት የሠሩ ሁሉ ያለሕግ ይጠፋሉና፤ ሆኖም ሕግ እያላቸው ኃጢአት የሠሩ ሁሉ በሕግ ይፈረድባቸዋል። |
62,724 | am_tg | ምክንያቱም በአምላክ ፊት ጻድቅ የሆኑት ሕግን የሚሰሙ አይደሉም፤ ከዚህ ይልቅ ጻድቃን ናችሁ የሚባሉት ሕግን የሚፈጽሙ ናቸው። | ኣብ ቅድሚ ኣምላኽሲ እቶም ገበርቲ ሕጊ ደኣ እዮም ዚጸድቁ እምበር፡ እቶም ሰማዕቲ ሕግስ ጻድቃን ኣይኰኑን። |
62,725 | tg_am | ኣብ ቅድሚ ኣምላኽሲ እቶም ገበርቲ ሕጊ ደኣ እዮም ዚጸድቁ እምበር፡ እቶም ሰማዕቲ ሕግስ ጻድቃን ኣይኰኑን። | ምክንያቱም በአምላክ ፊት ጻድቅ የሆኑት ሕግን የሚሰሙ አይደሉም፤ ከዚህ ይልቅ ጻድቃን ናችሁ የሚባሉት ሕግን የሚፈጽሙ ናቸው። |
62,726 | am_tg | ሕግ የሌላቸው አሕዛብ በተፈጥሮ በሕጉ ውስጥ ያሉትን ነገሮች ሲያደርጉ እነዚህ ሰዎች ሕግ ባይኖራቸውም እንኳ እነሱ ለራሳቸው ሕግ ናቸውና። | እቶም ሕጊ ዘይብሎም ኣህዛብ ብባህርዮም ነቲ ሕጊ ኺገብርዎ ኸለዉ፡ ንሳቶም ሕጊ ዘይብሎም ክነሶም፡ ንርእሶም ሕጊ እዮም። |
62,727 | tg_am | እቶም ሕጊ ዘይብሎም ኣህዛብ ብባህርዮም ነቲ ሕጊ ኺገብርዎ ኸለዉ፡ ንሳቶም ሕጊ ዘይብሎም ክነሶም፡ ንርእሶም ሕጊ እዮም። | ሕግ የሌላቸው አሕዛብ በተፈጥሮ በሕጉ ውስጥ ያሉትን ነገሮች ሲያደርጉ እነዚህ ሰዎች ሕግ ባይኖራቸውም እንኳ እነሱ ለራሳቸው ሕግ ናቸውና። |
62,728 | am_tg | የሕጉ መሠረታዊ ሐሳብ በልባቸው እንደተጻፈ የሚያሳዩት እነሱ ራሳቸው ናቸው፤ ሕሊናቸው ከእነሱ ጋር ሆኖ በሚመሠክርበት ጊዜ ሐሳባቸው በውስጣቸው እየተሟገተ አንዴ ይከሳቸዋል፣ ሌላ ጊዜ ደግሞ ጥፋተኛ አይደላችሁም ይላቸዋል። | ሕልናኦም ምሳታቶም ኰይኑ እናመስከረሎም፡ ሓሳቦም እውን እናኸሰሶም ወይ እናኣመኻነየሎም፡ እቲ ሕጊ ዚሓትቶ ግብሪ ኣብ ልቦም ጽሑፍ ምዃኑ የርእዩ ኣለዉ። |
62,729 | tg_am | ሕልናኦም ምሳታቶም ኰይኑ እናመስከረሎም፡ ሓሳቦም እውን እናኸሰሶም ወይ እናኣመኻነየሎም፡ እቲ ሕጊ ዚሓትቶ ግብሪ ኣብ ልቦም ጽሑፍ ምዃኑ የርእዩ ኣለዉ። | የሕጉ መሠረታዊ ሐሳብ በልባቸው እንደተጻፈ የሚያሳዩት እነሱ ራሳቸው ናቸው፤ ሕሊናቸው ከእነሱ ጋር ሆኖ በሚመሠክርበት ጊዜ ሐሳባቸው በውስጣቸው እየተሟገተ አንዴ ይከሳቸዋል፣ ሌላ ጊዜ ደግሞ ጥፋተኛ አይደላችሁም ይላቸዋል። |
62,730 | am_tg | ይህ የሚሆነው እኔ በማውጀው ምሥራች መሠረት አምላክ በክርስቶስ ኢየሱስ አማካኝነት ሰዎች በስውር በሚያስቧቸውና በሚያደርጓቸው ነገሮች ላይ በሚፈርድበት ቀን ነው። | እዚ፡ ከምቲ ኣነ ዘበስሮ ብስራት፡ በታ ኣምላኽ ብክርስቶስ የሱስ ንምስጢራት ሰብ ዚፈርደላ መዓልቲ ኪኸውን እዩ። |
62,731 | tg_am | እዚ፡ ከምቲ ኣነ ዘበስሮ ብስራት፡ በታ ኣምላኽ ብክርስቶስ የሱስ ንምስጢራት ሰብ ዚፈርደላ መዓልቲ ኪኸውን እዩ። | ይህ የሚሆነው እኔ በማውጀው ምሥራች መሠረት አምላክ በክርስቶስ ኢየሱስ አማካኝነት ሰዎች በስውር በሚያስቧቸውና በሚያደርጓቸው ነገሮች ላይ በሚፈርድበት ቀን ነው። |
62,732 | am_tg | አንተ አይሁዳዊ ተብለህ የምትጠራ፣ በሕጉ የምትመካ፣ ከአምላክ ጋር ባለህ ዝምድና የምትኩራራ፣ | ንስኻ ብስም ኣይሁዳዊ እንተ ዄንካ፡ ብሕጊ ኸኣ እንተ ተኣሚንካ፡ ብኣምላኽ ድማ እንተ ተመኪሕካ፡ |
62,733 | tg_am | ንስኻ ብስም ኣይሁዳዊ እንተ ዄንካ፡ ብሕጊ ኸኣ እንተ ተኣሚንካ፡ ብኣምላኽ ድማ እንተ ተመኪሕካ፡ | አንተ አይሁዳዊ ተብለህ የምትጠራ፣ በሕጉ የምትመካ፣ ከአምላክ ጋር ባለህ ዝምድና የምትኩራራ፣ |
62,734 | am_tg | ፈቃዱን የምታውቅ፣ በሕጉ ውስጥ ያለውን ነገር የተማርክ በመሆንህ የላቀ ዋጋ ያላቸውን ነገሮች በሚገባ የምትገነዘብ፣ | ፍቓዱ ኸኣ እንተ ፈሊጥካ፡ ካብ ሕጊ ስለ እተመሃርካ እውን እቲ ብሉጽ እንተ ኣለሊኻ፡ |
62,735 | tg_am | ፍቓዱ ኸኣ እንተ ፈሊጥካ፡ ካብ ሕጊ ስለ እተመሃርካ እውን እቲ ብሉጽ እንተ ኣለሊኻ፡ | ፈቃዱን የምታውቅ፣ በሕጉ ውስጥ ያለውን ነገር የተማርክ በመሆንህ የላቀ ዋጋ ያላቸውን ነገሮች በሚገባ የምትገነዘብ፣ |
62,736 | am_tg | ለዕውር መሪ፣ በጨለማ ላሉት ብርሃን ነኝ ብለህ የምታምን፣ | መራሕ ዕዉራትን ኣብ ጸልማት ንዘለዉ ብርሃንን ምዃንካ ድማ እንተ ኣሚንካ፡ |
62,737 | tg_am | መራሕ ዕዉራትን ኣብ ጸልማት ንዘለዉ ብርሃንን ምዃንካ ድማ እንተ ኣሚንካ፡ | ለዕውር መሪ፣ በጨለማ ላሉት ብርሃን ነኝ ብለህ የምታምን፣ |
62,738 | am_tg | ማስተዋል የጎደላቸውን የማሠለጥንና ሕፃናትን የማስተምር ነኝ የምትል እንዲሁም በሕጉ ውስጥ ያሉትን የእውቀትና የእውነት መሠረታዊ ገጽታዎች የምታውቅ ከሆንክ፣ | ኣራሚ ዓያሹን መምህር ቈልዑን ምዃንካ ኸኣ እንተ ኣሚንካ፡ ኣብ ሕጊ እውን ቅርጺ ፍልጠትን ሓቅን ተስተውዕል እንተ ዄንካ፡— |
62,739 | tg_am | ኣራሚ ዓያሹን መምህር ቈልዑን ምዃንካ ኸኣ እንተ ኣሚንካ፡ ኣብ ሕጊ እውን ቅርጺ ፍልጠትን ሓቅን ተስተውዕል እንተ ዄንካ፡— | ማስተዋል የጎደላቸውን የማሠለጥንና ሕፃናትን የማስተምር ነኝ የምትል እንዲሁም በሕጉ ውስጥ ያሉትን የእውቀትና የእውነት መሠረታዊ ገጽታዎች የምታውቅ ከሆንክ፣ |
62,740 | am_tg | ታዲያ አንተ ሌላውን የምታስተምር ራስህን አታስተምርም? አንተ “አትስረቅ” ብለህ የምትሰብክ ትሰርቃለህ? | ግናኸ፡ ኣታ ንኻልእ እትምህር፡ ንርእስኻስ ኣይትምህራንዶ፧ ኣታ፡ “ኣይትስረቕ” ኢልካ እትሰብኽ፡ ትሰርቕዶ፧ |
62,741 | tg_am | ግናኸ፡ ኣታ ንኻልእ እትምህር፡ ንርእስኻስ ኣይትምህራንዶ፧ ኣታ፡ “ኣይትስረቕ” ኢልካ እትሰብኽ፡ ትሰርቕዶ፧ | ታዲያ አንተ ሌላውን የምታስተምር ራስህን አታስተምርም? አንተ “አትስረቅ” ብለህ የምትሰብክ ትሰርቃለህ? |
62,742 | am_tg | አንተ “አታመንዝር” የምትል ታመነዝራለህ? አንተ ጣዖትን የምትጸየፍ ቤተ መቅደስን ትዘርፋለህ? | ኣታ፡ “ኣይትዘሙ” እትብል፡ ትዝሙዶ፧ ኣታ ንጣኦታት እትፍንፍን፡ ካብ ኣብያተ መቕደስ ትሰርቕዶ፧ |
62,743 | tg_am | ኣታ፡ “ኣይትዘሙ” እትብል፡ ትዝሙዶ፧ ኣታ ንጣኦታት እትፍንፍን፡ ካብ ኣብያተ መቕደስ ትሰርቕዶ፧ | አንተ “አታመንዝር” የምትል ታመነዝራለህ? አንተ ጣዖትን የምትጸየፍ ቤተ መቅደስን ትዘርፋለህ? |
62,744 | am_tg | አንተ በሕግ የምትኩራራ ሕጉን በመተላለፍ አምላክን ታዋርዳለህ? | ኣታ ብሕጊ እትምካሕ፡ ነቲ ሕጊ ብምጥሓስ ንኣምላኽ ተሕስሮዶ፧ |
62,745 | tg_am | ኣታ ብሕጊ እትምካሕ፡ ነቲ ሕጊ ብምጥሓስ ንኣምላኽ ተሕስሮዶ፧ | አንተ በሕግ የምትኩራራ ሕጉን በመተላለፍ አምላክን ታዋርዳለህ? |
62,746 | am_tg | ይህም “በእናንተ ምክንያት የአምላክ ስም በአሕዛብ መካከል ይሰደባል” ተብሎ እንደተጻፈው ነው። | ከምቲ ጽሑፍ ዚብሎስ፡ “ብሰርኹም ስም ኣምላኽ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ይጽረፍ ኣሎ።” |
62,747 | tg_am | ከምቲ ጽሑፍ ዚብሎስ፡ “ብሰርኹም ስም ኣምላኽ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ይጽረፍ ኣሎ።” | ይህም “በእናንተ ምክንያት የአምላክ ስም በአሕዛብ መካከል ይሰደባል” ተብሎ እንደተጻፈው ነው። |
62,748 | am_tg | መገረዝ ጥቅም የሚኖረው ሕጉን እስካከበርክ ድረስ ነው፤ ሕጉን የምትተላለፍ ከሆነ ግን መገረዝህ እንደ አለመገረዝ ይቆጠራል። | ግዝረትሲ ሕጊ እንተ ሓሊኻ ጥራይ እዩ ዚጠቅም፣ ጠሓስ ሕጊ እንተ ዄንካ ግና፡ ግዝረትካ ዘይግዝረት እዩ ዚኸውን። |
62,749 | tg_am | ግዝረትሲ ሕጊ እንተ ሓሊኻ ጥራይ እዩ ዚጠቅም፣ ጠሓስ ሕጊ እንተ ዄንካ ግና፡ ግዝረትካ ዘይግዝረት እዩ ዚኸውን። | መገረዝ ጥቅም የሚኖረው ሕጉን እስካከበርክ ድረስ ነው፤ ሕጉን የምትተላለፍ ከሆነ ግን መገረዝህ እንደ አለመገረዝ ይቆጠራል። |
62,750 | am_tg | ያልተገረዘ ሰው በሕጉ ውስጥ ያሉትን የጽድቅ መሥፈርቶች የሚጠብቅ ከሆነ አለመገረዙ እንደ መገረዝ አይቆጠርም? | እምበኣር፡ ሓደ ዘይግዙር ነቲ ብሕጊ ዚድለ ስርዓታት ጽድቂ እንተ ሓልይዎ፡ እቲ ዘይምግዛሩ ኸም ግዝረት ኰይኑዶ ኣይቍጸረሉን እዩ፧ |
62,751 | tg_am | እምበኣር፡ ሓደ ዘይግዙር ነቲ ብሕጊ ዚድለ ስርዓታት ጽድቂ እንተ ሓልይዎ፡ እቲ ዘይምግዛሩ ኸም ግዝረት ኰይኑዶ ኣይቍጸረሉን እዩ፧ | ያልተገረዘ ሰው በሕጉ ውስጥ ያሉትን የጽድቅ መሥፈርቶች የሚጠብቅ ከሆነ አለመገረዙ እንደ መገረዝ አይቆጠርም? |
62,752 | am_tg | እንግዲህ አንተ የተጻፈ ሕግ ያለህና የተገረዝክ ሆነህ ሳለ ሕግን የምትጥስ ከሆነ በሥጋ ያልተገረዘ ሆኖ ሕግን የሚፈጽም ሰው ይፈርድብሃል። | እቲ ብስጋ ዘይተገዝረ፡ ነቲ ሕጊ ብምፍጻሙ፡ ንዓኻ፡ ጽሑፍ ሕግን ግዝረትን ዘሎካ ኽነስኻ ጠሓስ ሕጊ ንዝዀንካ፡ ኪፈርደካ እዩ። |
62,753 | tg_am | እቲ ብስጋ ዘይተገዝረ፡ ነቲ ሕጊ ብምፍጻሙ፡ ንዓኻ፡ ጽሑፍ ሕግን ግዝረትን ዘሎካ ኽነስኻ ጠሓስ ሕጊ ንዝዀንካ፡ ኪፈርደካ እዩ። | እንግዲህ አንተ የተጻፈ ሕግ ያለህና የተገረዝክ ሆነህ ሳለ ሕግን የምትጥስ ከሆነ በሥጋ ያልተገረዘ ሆኖ ሕግን የሚፈጽም ሰው ይፈርድብሃል። |
62,754 | am_tg | ምክንያቱም እውነተኛ አይሁዳዊነት በውጫዊ ገጽታ የሚገለጽ አይደለም፤ ግርዘቱም ውጫዊና ሥጋዊ ግርዘት አይደለም። | ከመይሲ፡ እቲ ብደጊኡ ኣይሁዳዊ፡ ኣይሁዳዊ ኣይኰነን፣ እቲ ብደገ ኣብ ስጋ ዚግበር ግዝረት እውን፡ ግዝረት ኣይኰነን። |
62,755 | tg_am | ከመይሲ፡ እቲ ብደጊኡ ኣይሁዳዊ፡ ኣይሁዳዊ ኣይኰነን፣ እቲ ብደገ ኣብ ስጋ ዚግበር ግዝረት እውን፡ ግዝረት ኣይኰነን። | ምክንያቱም እውነተኛ አይሁዳዊነት በውጫዊ ገጽታ የሚገለጽ አይደለም፤ ግርዘቱም ውጫዊና ሥጋዊ ግርዘት አይደለም። |
62,756 | am_tg | ከዚህ ይልቅ በውስጡ አይሁዳዊ የሆነ እሱ አይሁዳዊ ነው፤ ግርዘቱም በተጻፈ ሕግ ሳይሆን በመንፈስ የሆነ የልብ ግርዘት ነው። እንዲህ ዓይነቱ ሰው ውዳሴ የሚያገኘው ከሰው ሳይሆን ከአምላክ ነው። | እቲ ብውሽጡ ኣይሁዳዊ ግና፡ ኣይሁዳዊ እዩ፣ ግዝረቱ ኸኣ ግዝረት ልቢ ብመንፈስ እዩ እምበር፡ ብጽሑፍ ሕጊ ኣይኰነን። ውዳሰኡ እውን ካብ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካብ ሰብ ኣይኰነን። |
62,757 | tg_am | እቲ ብውሽጡ ኣይሁዳዊ ግና፡ ኣይሁዳዊ እዩ፣ ግዝረቱ ኸኣ ግዝረት ልቢ ብመንፈስ እዩ እምበር፡ ብጽሑፍ ሕጊ ኣይኰነን። ውዳሰኡ እውን ካብ ኣምላኽ እዩ እምበር፡ ካብ ሰብ ኣይኰነን። | ከዚህ ይልቅ በውስጡ አይሁዳዊ የሆነ እሱ አይሁዳዊ ነው፤ ግርዘቱም በተጻፈ ሕግ ሳይሆን በመንፈስ የሆነ የልብ ግርዘት ነው። እንዲህ ዓይነቱ ሰው ውዳሴ የሚያገኘው ከሰው ሳይሆን ከአምላክ ነው። |
62,758 | am_tg | ወንድሞች፣ ለእስራኤላውያን ከልቤ የምመኘውና ስለ እነሱ ለአምላክ ምልጃ የማቀርበው እንዲድኑ ነው። | ኣሕዋተየ፡ ሃረርታ ልበይን ምእንታኦም ናብ ኣምላኽ ዘቕርቦ ምህለላይንሲ፡ ንሳቶም ኪድሕኑ እዩ። |
62,759 | tg_am | ኣሕዋተየ፡ ሃረርታ ልበይን ምእንታኦም ናብ ኣምላኽ ዘቕርቦ ምህለላይንሲ፡ ንሳቶም ኪድሕኑ እዩ። | ወንድሞች፣ ለእስራኤላውያን ከልቤ የምመኘውና ስለ እነሱ ለአምላክ ምልጃ የማቀርበው እንዲድኑ ነው። |
62,760 | am_tg | ለአምላክ ቅንዓት እንዳላቸው እመሠክርላቸዋለሁና፤ ሆኖም ቅንዓታቸው በትክክለኛ እውቀት ላይ የተመሠረተ አይደለም። | ኣብ ልክዕ ፍልጠት እተመስረተ ደኣ ኣይኰነን እምበር፡ ንኣምላኽ ቅንኣት ከም ዘለዎምሲ፡ ኣነ እምስክረሎም እየ። |
62,761 | tg_am | ኣብ ልክዕ ፍልጠት እተመስረተ ደኣ ኣይኰነን እምበር፡ ንኣምላኽ ቅንኣት ከም ዘለዎምሲ፡ ኣነ እምስክረሎም እየ። | ለአምላክ ቅንዓት እንዳላቸው እመሠክርላቸዋለሁና፤ ሆኖም ቅንዓታቸው በትክክለኛ እውቀት ላይ የተመሠረተ አይደለም። |
62,762 | am_tg | የአምላክን ጽድቅ ሳያውቁ የራሳቸውን ጽድቅ ለመመሥረት ስለፈለጉ ራሳቸውን ለአምላክ ጽድቅ አላስገዙም። | ጽድቂ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጦም፡ ጽድቂ ርእሶም እውን ኪስርቱ ብምድላዮም፡ ንርእሶም ኣብ ትሕቲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግዝእዋን። |
62,763 | tg_am | ጽድቂ ኣምላኽ ሰኣን ምፍላጦም፡ ጽድቂ ርእሶም እውን ኪስርቱ ብምድላዮም፡ ንርእሶም ኣብ ትሕቲ ጽድቂ ኣምላኽ ኣየግዝእዋን። | የአምላክን ጽድቅ ሳያውቁ የራሳቸውን ጽድቅ ለመመሥረት ስለፈለጉ ራሳቸውን ለአምላክ ጽድቅ አላስገዙም። |
62,764 | am_tg | የሚያምን ሁሉ መጽደቅ ይችል ዘንድ ክርስቶስ የሕግ ፍጻሜ ነውና። | ዚኣምን ዘበለ ጽድቂ ምእንቲ ኺረክብሲ፡ ክርስቶስ መወዳእታ ሕጊ እዩ። |
62,765 | tg_am | ዚኣምን ዘበለ ጽድቂ ምእንቲ ኺረክብሲ፡ ክርስቶስ መወዳእታ ሕጊ እዩ። | የሚያምን ሁሉ መጽደቅ ይችል ዘንድ ክርስቶስ የሕግ ፍጻሜ ነውና። |
62,766 | am_tg | ሙሴ በሕጉ አማካኝነት ስለሚገኘው ጽድቅ ሲገልጽ “እነዚህን ነገሮች የሚያደርግ ሰው በእነሱ አማካኝነት በሕይወት ይኖራል” ሲል ጽፏል። | ከመይሲ፡ ሙሴ ብዛዕባ እቲ ብሕጊ ዚርከብ ጽድቂ፡ “እቲ ዚገብሮ ሰብ፡ ብእኡ ብህይወት ኪነብር እዩ” ኢሉ ጽሒፉ እዩ። |
62,767 | tg_am | ከመይሲ፡ ሙሴ ብዛዕባ እቲ ብሕጊ ዚርከብ ጽድቂ፡ “እቲ ዚገብሮ ሰብ፡ ብእኡ ብህይወት ኪነብር እዩ” ኢሉ ጽሒፉ እዩ። | ሙሴ በሕጉ አማካኝነት ስለሚገኘው ጽድቅ ሲገልጽ “እነዚህን ነገሮች የሚያደርግ ሰው በእነሱ አማካኝነት በሕይወት ይኖራል” ሲል ጽፏል። |
62,768 | am_tg | ሆኖም በእምነት የሚገኘውን ጽድቅ በተመለከተ እንዲህ ተብሏል፦ “በልብህ ‘ወደ ሰማይ ማን ይወጣል?’ አትበል፤ ይህም ክርስቶስን ለማውረድ ነው፤ | እቲ ኻብ እምነት ዚመጽእ ጽድቂ ግና ከምዚ ይብል፦ “ብልብኻ ኸምዚ ኣይትበል፦ ‘መን ናብ ሰማይ ኪድይብ እዩ፧’ ማለት ንክርስቶስ ኬውርዶ፣ |
62,769 | tg_am | እቲ ኻብ እምነት ዚመጽእ ጽድቂ ግና ከምዚ ይብል፦ “ብልብኻ ኸምዚ ኣይትበል፦ ‘መን ናብ ሰማይ ኪድይብ እዩ፧’ ማለት ንክርስቶስ ኬውርዶ፣ | ሆኖም በእምነት የሚገኘውን ጽድቅ በተመለከተ እንዲህ ተብሏል፦ “በልብህ ‘ወደ ሰማይ ማን ይወጣል?’ አትበል፤ ይህም ክርስቶስን ለማውረድ ነው፤ |
62,770 | am_tg | ወይም ‘ወደ ጥልቁ ማን ይወርዳል?’ አትበል፤ ይህም ክርስቶስን ከሞት ለማስነሳት ነው።” | ወይስ፡ ‘መን ናብ መዓሙቝ ኪወርድ እዩ፧’ ማለት ንክርስቶስ ካብ ምዉታት ኬምጽኦ።” |
62,771 | tg_am | ወይስ፡ ‘መን ናብ መዓሙቝ ኪወርድ እዩ፧’ ማለት ንክርስቶስ ካብ ምዉታት ኬምጽኦ።” | ወይም ‘ወደ ጥልቁ ማን ይወርዳል?’ አትበል፤ ይህም ክርስቶስን ከሞት ለማስነሳት ነው።” |
62,772 | am_tg | ይሁንና ቅዱስ መጽሐፉ ምን ይላል? “ቃሉ ለአንተ ቅርብ ነው፤ ደግሞም በአፍህና በልብህ ውስጥ ነው”፤ ይህም እኛ የምንሰብከው የእምነት “ቃል” ነው። | ግናኸ እንታይ እዩ ዚብል፧ “እቲ ቓል ቀረባኻ፡ ኣብ ኣፍካን ኣብ ልብኻን እዩ”፣ ማለት እቲ እንሰብኮ “ቓል” እምነት። |
62,773 | tg_am | ግናኸ እንታይ እዩ ዚብል፧ “እቲ ቓል ቀረባኻ፡ ኣብ ኣፍካን ኣብ ልብኻን እዩ”፣ ማለት እቲ እንሰብኮ “ቓል” እምነት። | ይሁንና ቅዱስ መጽሐፉ ምን ይላል? “ቃሉ ለአንተ ቅርብ ነው፤ ደግሞም በአፍህና በልብህ ውስጥ ነው”፤ ይህም እኛ የምንሰብከው የእምነት “ቃል” ነው። |
62,774 | am_tg | ኢየሱስ ጌታ እንደሆነ በአፍህ በይፋ ብትናገር እንዲሁም አምላክ ከሞት እንዳስነሳው በልብህ ብታምን ትድናለህና። | ብኣፍካ እቲ ቓል፡ ማለት የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነጊርካ፡ ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እውን ብልብኻ እንተ ኣሚንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። |
62,775 | tg_am | ብኣፍካ እቲ ቓል፡ ማለት የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነጊርካ፡ ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እውን ብልብኻ እንተ ኣሚንካ፡ ክትድሕን ኢኻ። | ኢየሱስ ጌታ እንደሆነ በአፍህ በይፋ ብትናገር እንዲሁም አምላክ ከሞት እንዳስነሳው በልብህ ብታምን ትድናለህና። |
62,776 | am_tg | ሰው በልቡ አምኖ ይጸድቃልና፤ በአፉ ደግሞ እምነቱን በይፋ ተናግሮ ይድናል። | ከመይሲ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑ እውን ይድሕን እዩ። |
62,777 | tg_am | ከመይሲ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑ እውን ይድሕን እዩ። | ሰው በልቡ አምኖ ይጸድቃልና፤ በአፉ ደግሞ እምነቱን በይፋ ተናግሮ ይድናል። |
62,778 | am_tg | ቅዱስ መጽሐፉ “በእሱ ላይ እምነት የሚጥል ሁሉ አያፍርም” ይላል። | እቲ ቕዱስ ጽሑፍሲ፡ “ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይኪሓፍርን እዩ” ይብል እዩ። |
62,779 | tg_am | እቲ ቕዱስ ጽሑፍሲ፡ “ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይኪሓፍርን እዩ” ይብል እዩ። | ቅዱስ መጽሐፉ “በእሱ ላይ እምነት የሚጥል ሁሉ አያፍርም” ይላል። |
62,780 | am_tg | በአይሁዳዊና በግሪካዊ መካከል ምንም ልዩነት የለምና። የሁሉም ጌታ አንድ ነው፤ እሱም የሚለምኑትን ሁሉ አብዝቶ ይባርካል። | ምኽንያቱ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ንዅሎም እቶም ዚጽውዕዎ ሃብታም ዝዀነ ሓደ ጐይታ እዩ ዘሎ እሞ፡ ኣብ መንጎ ኣይሁዳውን ግሪኻውን ፍልልይ የልቦን። |
62,781 | tg_am | ምኽንያቱ፡ ኣብ ልዕሊ ዅሉ ንዅሎም እቶም ዚጽውዕዎ ሃብታም ዝዀነ ሓደ ጐይታ እዩ ዘሎ እሞ፡ ኣብ መንጎ ኣይሁዳውን ግሪኻውን ፍልልይ የልቦን። | በአይሁዳዊና በግሪካዊ መካከል ምንም ልዩነት የለምና። የሁሉም ጌታ አንድ ነው፤ እሱም የሚለምኑትን ሁሉ አብዝቶ ይባርካል። |
62,782 | am_tg | “የይሖዋን ስም የሚጠራ ሁሉ ይድናልና።” | ማለት፡ “ስም የሆዋ ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ ኺድሕን እዩ።” |
62,783 | tg_am | ማለት፡ “ስም የሆዋ ዚጽውዕ ዘበለ ዅሉ ኺድሕን እዩ።” | “የይሖዋን ስም የሚጠራ ሁሉ ይድናልና።” |
62,784 | am_tg | ይሁንና ካላመኑበት እንዴት አድርገው ይጠሩታል? ስለ እሱ ሳይሰሙስ እንዴት ያምኑበታል? ደግሞስ የሚሰብክላቸው ሳይኖር እንዴት ይሰማሉ? | ግናኸ፡ ነቲ ብእኡ ዘይኣመኑ፡ ከመይ ኢሎም ኪጽውዕዎ እዮም፧ ብዛዕባኡ ኸይሰምዑኸ ኸመይ ገይሮም ብእኡ ኺኣምኑ እዮም፧ ብዘይ ሰባኺኸ ኸመይ ገይሮም ኪሰምዑ እዮም፧ |
62,785 | tg_am | ግናኸ፡ ነቲ ብእኡ ዘይኣመኑ፡ ከመይ ኢሎም ኪጽውዕዎ እዮም፧ ብዛዕባኡ ኸይሰምዑኸ ኸመይ ገይሮም ብእኡ ኺኣምኑ እዮም፧ ብዘይ ሰባኺኸ ኸመይ ገይሮም ኪሰምዑ እዮም፧ | ይሁንና ካላመኑበት እንዴት አድርገው ይጠሩታል? ስለ እሱ ሳይሰሙስ እንዴት ያምኑበታል? ደግሞስ የሚሰብክላቸው ሳይኖር እንዴት ይሰማሉ? |
62,786 | am_tg | ካልተላኩስ እንዴት ይሰብካሉ? ይህም “የተሻለ ነገር እንደሚመጣ ምሥራች የሚናገሩ ሰዎች እግሮቻቸው እንዴት ያማሩ ናቸው!” ተብሎ እንደተጻፈው ነው። | ከምቲ፡ “ኣእጋር እቶም ሰናይ ዜበስሩ ኽንደይ ጽቡቓት እየን!” ዚብል እተጻሕፈ፡ ከይተላእኩኸ ኸመይ ገይሮም ኪሰብኩ እዮም፧ |
62,787 | tg_am | ከምቲ፡ “ኣእጋር እቶም ሰናይ ዜበስሩ ኽንደይ ጽቡቓት እየን!” ዚብል እተጻሕፈ፡ ከይተላእኩኸ ኸመይ ገይሮም ኪሰብኩ እዮም፧ | ካልተላኩስ እንዴት ይሰብካሉ? ይህም “የተሻለ ነገር እንደሚመጣ ምሥራች የሚናገሩ ሰዎች እግሮቻቸው እንዴት ያማሩ ናቸው!” ተብሎ እንደተጻፈው ነው። |
62,788 | am_tg | ሆኖም ምሥራቹን የታዘዙት ሁሉም አይደሉም። ኢሳይያስ “ይሖዋ ሆይ፣ ከእኛ የሰማውን ነገር ያመነ ማን ነው?” ብሏልና። | ግናኸ፡ ኢሳይያስ፡ “የሆዋ፡ በቲ ኻባና እተሰምዐ መን ኣሚኑ፧” ይብል እዩ እሞ፡ ኵላቶም ኣይኰኑን ነቲ ብስራት እተኣዘዙ። |
62,789 | tg_am | ግናኸ፡ ኢሳይያስ፡ “የሆዋ፡ በቲ ኻባና እተሰምዐ መን ኣሚኑ፧” ይብል እዩ እሞ፡ ኵላቶም ኣይኰኑን ነቲ ብስራት እተኣዘዙ። | ሆኖም ምሥራቹን የታዘዙት ሁሉም አይደሉም። ኢሳይያስ “ይሖዋ ሆይ፣ ከእኛ የሰማውን ነገር ያመነ ማን ነው?” ብሏልና። |
62,790 | am_tg | ስለዚህ እምነት የሚገኘው ቃሉን ከመስማት ነው። ቃሉን መስማት የሚቻለው ደግሞ ስለ ክርስቶስ የሚናገር ሰው ሲኖር ነው። | እምበኣር፡ እምነት ካብ ምስማዕ እያ። ምስማዕ እውን ብቓል ክርስቶስ እዩ። |
62,791 | tg_am | እምበኣር፡ እምነት ካብ ምስማዕ እያ። ምስማዕ እውን ብቓል ክርስቶስ እዩ። | ስለዚህ እምነት የሚገኘው ቃሉን ከመስማት ነው። ቃሉን መስማት የሚቻለው ደግሞ ስለ ክርስቶስ የሚናገር ሰው ሲኖር ነው። |
62,792 | am_tg | ይሁንና ‘ሳይሰሙ ቀርተው ይሆን?’ ብዬ እጠይቃለሁ። በእርግጥ ሰምተዋል፤ “ጩኸታቸው ወደ መላው ምድር ወጣ፤ መልእክታቸውም እስከ ዓለም ዳርቻዎች ተሰማ” ተብሏልና። | ኣነ ግና ክሓትት፦ ኣይሰምዑን ድዮም፧ እኳ ደኣስ፡ “ደሃዮም ናብ ኵላ ምድሪ፡ መልእኽቶም ድማ ክሳብ ወሰናት ዓለም ወጺኡ።” |
62,793 | tg_am | ኣነ ግና ክሓትት፦ ኣይሰምዑን ድዮም፧ እኳ ደኣስ፡ “ደሃዮም ናብ ኵላ ምድሪ፡ መልእኽቶም ድማ ክሳብ ወሰናት ዓለም ወጺኡ።” | ይሁንና ‘ሳይሰሙ ቀርተው ይሆን?’ ብዬ እጠይቃለሁ። በእርግጥ ሰምተዋል፤ “ጩኸታቸው ወደ መላው ምድር ወጣ፤ መልእክታቸውም እስከ ዓለም ዳርቻዎች ተሰማ” ተብሏልና። |
62,794 | am_tg | ይሁንና ‘እስራኤላውያን ሳያውቁ ቀርተው ይሆን?’ ብዬ እጠይቃለሁ። ሙሴ አስቀድሞ “እናንተን፣ ሕዝብ ባልሆኑት አስቀናችኋለሁ፤ ሞኝ በሆነ ብሔር አማካኝነትም ክፉኛ አስቆጣችኋለሁ” ብሏል። | ኣነ ግና ክሓትት፦ እስራኤልከ ኣይፈለጠን ድዩ፧ ቅድም ሙሴ፡ “ኣነ ህዝቢ ብዘይኰነ ከቕንኣኩም፡ ብዓሻ ህዝቢ እውን ከቘጥዓኩም እየ” ይብል እዩ። |
62,795 | tg_am | ኣነ ግና ክሓትት፦ እስራኤልከ ኣይፈለጠን ድዩ፧ ቅድም ሙሴ፡ “ኣነ ህዝቢ ብዘይኰነ ከቕንኣኩም፡ ብዓሻ ህዝቢ እውን ከቘጥዓኩም እየ” ይብል እዩ። | ይሁንና ‘እስራኤላውያን ሳያውቁ ቀርተው ይሆን?’ ብዬ እጠይቃለሁ። ሙሴ አስቀድሞ “እናንተን፣ ሕዝብ ባልሆኑት አስቀናችኋለሁ፤ ሞኝ በሆነ ብሔር አማካኝነትም ክፉኛ አስቆጣችኋለሁ” ብሏል። |
62,796 | am_tg | ኢሳይያስም በድፍረት “ያልፈለጉኝ ሰዎች አገኙኝ፤ እኔን ለማግኘት ባልጠየቁ ሰዎችም ዘንድ የታወቅኩ ሆንኩ” ብሏል። | ኢሳይያስ እውን ደፊሩ፡ “ነቶም ዘይደለዩኒ ተረኺበሎም፣ ነቶም ዘይሓተቱለይ እውን ተጋሂደሎም” ይብል እዩ። |
62,797 | tg_am | ኢሳይያስ እውን ደፊሩ፡ “ነቶም ዘይደለዩኒ ተረኺበሎም፣ ነቶም ዘይሓተቱለይ እውን ተጋሂደሎም” ይብል እዩ። | ኢሳይያስም በድፍረት “ያልፈለጉኝ ሰዎች አገኙኝ፤ እኔን ለማግኘት ባልጠየቁ ሰዎችም ዘንድ የታወቅኩ ሆንኩ” ብሏል። |
62,798 | am_tg | እስራኤልን በተመለከተ ግን “ወደማይታዘዝና ልበ ደንዳና ወደሆነ ሕዝብ ቀኑን ሙሉ እጆቼን ዘረጋሁ” ብሏል። | ብዛዕባ እስራኤል ግና፡ “ናብ ዘይእዙዝን ተሪርን ህዝቢ ምሉእ መዓልቲ ኣእዳወይ ዘርጊሐሉ” እዩ ዚብል። |
62,799 | tg_am | ብዛዕባ እስራኤል ግና፡ “ናብ ዘይእዙዝን ተሪርን ህዝቢ ምሉእ መዓልቲ ኣእዳወይ ዘርጊሐሉ” እዩ ዚብል። | እስራኤልን በተመለከተ ግን “ወደማይታዘዝና ልበ ደንዳና ወደሆነ ሕዝብ ቀኑን ሙሉ እጆቼን ዘረጋሁ” ብሏል። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.