Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
62,900
am_tg
በሌላው አገልጋይ ላይ ዚምትፈርድ አንተ ማን ነህ? እሱ ቢቆምም ሆነ ቢወድቅ ለጌታው ነው። እንዲያውም ይሖዋ እንዲቆም ሊያደርገው ስለሚቜል ይቆማል።
ጊልያ ኻልእ እትፈርድሲ ንስኻ እንታዋይ ኢኻ፧ ንሱ ንጐይታኡ እዩ ደው ዚብል ወይ ዚወድቕ። ዹሆዋ ደው ኬብሎ ይኜእል እዩ እሞ፡ ደውሲ ኺብል እዩ።
62,901
tg_am

62,902
am_tg
አንድ ሰው አንዱ ቀን ኹሌላው ቀን ዹበለጠ እንደሆነ አድርጎ ያስባልፀ ሌላው ደግሞ አንዱ ቀን ኚሌሎቹ ቀናት ሁሉ ዹተለዹ እንዳልሆነ ያስባልፀ እያንዳንዱ ሰው ሙሉ በሙሉ ያመነበትን ውሳኔ ያድርግ።
እቲ ሓደ ነታ ሓንቲ መዓልቲ ኻብታ ኻልእ ኣብሊጹ ይርእያ፣ እቲ ሓደ ኞኣ ንዅላተን መዓልትታት ማዕሹ ገይሩ ይርእዚን፣ ነፍሲ ወኹፍ ነቲ ሓሳቡ ኣጞቢቑ ይእመነሉ።
62,903

62,904
am_tg
አንድን ቀን ዚሚያኚብር ለይሖዋ ብሎ ያኚብራል። ማንኛውንም ነገር ዹሚበላም አምላክን ስለሚያመሰግን ለይሖዋ ብሎ ይበላልፀ ዹማይበላም ለይሖዋ ብሎ አይበላምፀ ይሁንና አምላክን ያመሰግናል።
እቲ ነታ መዓልቲ ዚሕልዋ፡ ንዹሆዋ ኢሉ እዩ ዚሕልዋ። እቲ ዚበልዕ ድማ፡ ንኣምላኜ ዚመስግኖ እዩ እሞ፡ ንዹሆዋ ኢሉ እዩ ዚበልዕ፣ እቲ ዘይበልዕ እውን፡ ንዹሆዋ ኢሉ እዩ ዘይበልዕ፡ ንኣምላኜ ኚኣ ዚመስግኖ እዩ።
62,905

62,906
am_tg
እንዲያውም ኚመካኚላቜን ለራሱ ብቻ ብሎ ዹሚኖር ዚለምፀ ለራሱ ብቻ ብሎም ዚሚሞት ዚለም።
ካባናስ ሓደ እኳ ንርእሱ ጥራይ ኢሉ ዚነብር ዚልቊን፣ ንርእሱ ጥራይ ኢሉ እውን ዚመውት ሓደ እኳ ዚልቊን።
62,907

62,908
am_tg
ብንኖር ዹምንኖሹው ለይሖዋ ነውናፀ ብንሞትም ዹምንሞተው ለይሖዋ ነው። ስለዚህ ብንኖርም ሆነ ብንሞት ዹይሖዋ ነን።
ኚመይሲ፡ ብህይወት እንተ ነቢርና፡ ንዹሆዋ ኢልና ኢና እንነብር፣ እንተ ሞይትና ኞኣ፡ ንዹሆዋ ኢልና ኢና እንመውት። እምበኣር፡ ብህይወት እንተ ነቢርና ወይስ እንተ ሞይትና፡ ናይ ዹሆዋ ኢና።
62,909

62,910
am_tg
ክርስቶስ ዹሞተውና ዳግም ሕያው ዹሆነው ለዚህ ዓላማ ይኾውም በሙታንም ሆነ በሕያዋን ላይ ጌታ ይሆን ዘንድ ነውና።
ስለዚ ኞኣ እዩ ክርስቶስ ጐይታ ምዉታትን ህያዋንን ምእንቲ ኪኞውን ኢሉ፡ ዝሞተን ህያው ዝዀነን።
62,911

62,912
am_tg
ታዲያ አንተ በወንድምህ ላይ ለምን ትፈርዳለህ? አንተ ደግሞ ወንድምህን ለምን ትንቃለህ? ሁላቜንም በአምላክ ዚፍርድ ወንበር ፊት እንቆማለንና።
ኵላትና ኣብ ቅድሚ መንበር ፍርዲ ኣምላኜ ደው ክንብል ኢና እሞ፡ ስለምንታይ ንሓውካ እትፈርድ፧ ወይስ ስለምንታይ ንሓውካ እትንዕቕ፧
62,913

62,914
am_tg
“‘በሕያውነ቎ እምላለሁ’ ይላል ይሖዋ፣ ‘ጉልበት ሁሉ ለእኔ ይንበሚኚካልፀ ምላስም ሁሉ እኔ አምላክ መሆኔን በይፋ ይመሠክራል’” ተብሎ ተጜፏልና።
ኚመይሲ፡ “‘ኚምቲ ኣነ ህያው ዝዀንኩ፡’ ይብል ዚሆዋ፡ ‘ኵሉ ብርኪ ኺምብርኚኞለይ፡ ኵሉ ልሳን እውን ኣምላኜ ምዃነይ ኪእመን እዩ’” ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ።
62,915

62,916
am_tg
ስለዚህ እያንዳንዳቜን ስለ ራሳቜን ለአምላክ መልስ እንሰጣለን።
እምበኣርሲ፡ ነፍሲ ወኹፍና ብዛዕባ ርእሱ ንኣምላኜ ጞብጻብ ኪህብ እዩ።
62,917

62,918
am_tg
ስለሆነም ኚእንግዲህ አንዳቜን በሌላው ላይ አንፍሚድፀ ኹዚህ ይልቅ በአንድ ወንድም ፊት ዚሚያደናቅፍ ወይም ዚሚያሰናክል ነገር ላለማስቀመጥ ቁርጥ ውሳኔ እናድርግ።
እምበኣር፡ ሓደ እኳ ንሓዉ መዐንቀፊ ወይ መሐንኰሊ ኞይገብሚሉ ይወስን እምበር፡ ደጊም ንሓድሕድና ኣይንፋሚድ።
62,919

62,920
am_tg
ዚጌታ ኢዚሱስ ተኚታይ እንደመሆኔ መጠን ማንኛውም ነገር በራሱ ርኩስ እንዳልሆነ አውቄአለሁ ደግሞም አምኛለሁፀ አንድ ነገር ለአንድ ሰው ርኩስ ዹሚሆነው ያ ነገር ርኩስ ነው ብሎ ሲያስብ ብቻ ነው።
ነቲ ኾም ርኹስ ዚርእዮ ደኣ፡ ንዕኡ ርኹስ ይዀኖ እምበር፡ ብባዕሉ ርኹስ ዝዀነስ ገለ እኳ ኾም ዘዚልቊ፡ ብጐይታና ዚሱስ እፈልጥን እኣምንን እዚ።
62,921

62,922
am_tg
አንተ በምግብ ዚተነሳ ወንድምህ ቅር እንዲሰኝ ካደሚግክ በፍቅር መመላለስህን ትተሃል ማለት ነው። ስለዚህ ክርስቶስ ዚሞተለት ይህ ሰው በምትበላው ምግብ ምክንያት እንዲጠፋ አታድርግ።
ሓውካ ብብልዕኻ ይጕሂ እንተ ኣልዩ፡ ደጊም ብፍቕሪ ኣይኰንካን እትመላለስ ዘለኻ። ነቲ ክርስቶስ ዝሞተሉ፡ ብብልዕኻ ኣይተጥፍኣዮ።
62,923

62,924
am_tg
በመሆኑም መልካም ነው ብላቜሁ ዚምታደርጉት ነገር በሌሎቜ ዘንድ በመጥፎ እንዳይነሳ ተጠንቀቁ።
እምበኣር፡ ነቲ ሰናይኩም ኣይተጜርፍዎ።
62,925

62,926
am_tg
ዹአምላክ መንግሥት በመንፈስ ቅዱስ ዹሚገኝ ጜድቅ፣ ሰላምና ደስታ ነው እንጂ ዚመብልና ዚመጠጥ ጉዳይ አይደለም።
መንግስቲ ኣምላኜሲ ብመንፈስ ቅዱስ ጜድቅን ሰላምን ሓጐስን እምበር፡ ብልዕን መስተን ኣይኰነትን።
62,927

62,928
am_tg
በዚህ መንገድ ክርስቶስን እንደ ባሪያ ዚሚያገለግል ሁሉ በአምላክ ፊት ተቀባይነት፣ በሰዎቜም ዘንድ ሞገስ ያገኛልና።
እቲ በዚ ኾምዚ ንክርስቶስ ዚግዝኊስ፡ ኣብ ኣምላኜ ቅቡል እዩ፡ ንሰብ እውን ባህ ዚብል እዩ።
62,929

62,930
am_tg
ስለዚህ ሰላም ዚሚገኝበትንና እርስ በርሳቜን ዚምንተናነጜበትን ነገር ለማድሚግ ዚተቻለንን ሁሉ ጥሚት እናድርግ።
እምበኣርሲ፡ ደጊም ሰላም ዜስፍንን ንሓድሕድና ዚሃንጜን ነገር ንስዓብ።
62,931

62,932
am_tg
ለምግብ ብለህ ዹአምላክን ሥራ ማፍሚስ ተው። እርግጥ ነው፣ ሁሉም ነገር ንጹሕ ነውፀ ሆኖም አንድ ሰው መብላቱ ሌሎቜን ዚሚያደናቅፍ ኹሆነ ጎጂ ነው።
ምእንቲ ብልዕስ፡ ግብሪ ኣምላኜ ኣይተፍርስ። ኵሉ ንጹህ እዩ፣ ሰብ በሊዑ ምስ ዜዐንቅፍ ግና፡ እዚ ጐዳኢ እዩ።
62,933

62,934
am_tg
ወንድምህ ዚሚሰናኚልበት ኹሆነ ሥጋ አለመብላት፣ ዹወይን ጠጅ አለመጠጣት ወይም ማንኛውንም ዚሚያሰናክል ነገር አለማድሚግ ዚተሻለ ነው።
ሓውካ ዚዕንቀፈሉ ገለ እኳ ዘይምግባር፡ ስጋ ዘይምብላዕ ወይ ወይኒ ዘይምስታይ፡ ዝሓሾ እዩ።
62,935

62,936
am_tg
እንግዲህ እምነትህ በአንተና በአምላክ መካኚል ያለ ጉዳይ ይሁን። ትክክል ነው ብሎ ያመነበትን ነገር ካደሚገ በኋላ መልሶ ራሱን ዚማይኮንን ሰው ደስተኛ ነው።
እታ ዘላትካ እምነት፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ንርእስኻ ትኹንካ። እቲ ብእተቐበሎ ገይሩ ንርእሱ ዘይፈርድ ሰብ ሕጉስ እዩ።
62,937

62,938
am_tg
እዚተጠራጠሚ ኹበላ ግን ዹበላው በእምነት ስላልሆነ ቀድሞውንም ተኮንኗል። ደግሞም በእምነት ያልተደሚገ ነገር ሁሉ ኃጢአት ነው።
እቲ ዚጠራጠር ግና እንተ በሊዑ፡ ብእምነት ስለ ዘይበልዐ፡ ኵኑን እዩ። ካብ እምነት ዘይኰነ ዘበለ ዅሉ፡ ሓጢኣት እዩ።
62,939

62,940
am_tg
እኛ በእምነት ጠንካሮቜ ዹሆን ጠንካሮቜ ያልሆኑትን ሰዎቜ ድክመት ልንሾኹም ይገባል እንጂ ራሳቜንን ዚምናስደስት መሆን ዚለብንም።
ንሕና እቶም ብርቱዓት ዝዀንና፡ ንርእስና ባህ ኚነብል ዘይኰነስ፡ ድኻም እቶም ድኹማት ክንጾውር ይግብኣና እዩ።
62,941

62,942
am_tg
እያንዳንዳቜን ባልንጀራቜንን ዹሚጠቅመውንና ዚሚያንጞውን ነገር በማድሚግ እናስደስተው።
ነፍሲ ወኹፍና ንብጻዩ ኺሃንጟስ፡ ብሰናይ ባህ ዚብሎ።
62,943

62,944
am_tg
ክርስቶስ እንኳ ራሱን አላስደሰተምናፀ ይህም “ሰዎቜ አንተን ይነቅፉበት ዹነበሹው ነቀፋ በእኔ ላይ ደሹሰ” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
ኚመይሲ፡ ኚምቲ፡ “ጾርፊ እቶም ዚጞርፉኻ ኣባይ ወዲቑ” ዚብል እተጻሕፈ፡ ክርስቶስ እኳ ንርእሱ ባህ ኣዚበለን።
62,945

62,946
am_tg
በምናሳዚው ጜናትና ኚቅዱሳን መጻሕፍት በምናገኘው መጜናኛ ተስፋ ይኖሹን ዘንድ ቀደም ብሎ ዚተጻፈው ነገር ሁሉ ለእኛ ትምህርት እንዲሆን ተጜፏልና።
ብተጻዋርነትናን ካብ ቅዱሳት ጜሑፋት ብዚርኚብ መጾናንዕን ተስፋ ምእንቲ ኺህልወናስ፡ እቲ ኣቐዲሙ እተጻሕፈ ዘበለ ዅሉ፡ ንትምህርትና እዩ እተጻሕፈ።
62,947

62,948
am_tg
ጜናትንና መጜናኛን ዹሚሰጠው አምላክ፣ ሁላቜሁም ክርስቶስ ኢዚሱስ ዹነበሹው ዓይነት አስተሳሰብ እንዲኖራቜሁ ያድርግፀ
እቲ ተጻዋርነትን መጾናንዕን ዚህብ ኣምላኜ፡ ኣብ ንሓድሕድኩም፡ ኚምቲ ንክርስቶስ ዚሱስ ዝነበሮ ኣተሓሳስባ ይሃብኩም፣
62,949

62,950
am_tg
ይኾውም በኅብሚትና በአንድ ድምፅ ዚጌታቜንን ዚኢዚሱስ ክርስቶስን አምላክና አባት እንድታኚብሩ ነው።
እዚ ድማ ሓቢርኩም ብሓደ ድምጺ፡ ንኣምላኜን ኣቊን ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኞተኜብሩ እዩ።
62,951

62,952
am_tg
ስለዚህ ክርስቶስ እኛን እንደተቀበለን ሁሉ አምላክ እንዲኚበር እናንተም አንዳቜሁ ሌላውን ተቀበሉ።
ስለዚ፡ ምእንቲ ኜብሪ ኣምላኜ፡ ኚምቲ ክርስቶስ እተቐበለና፡ ንሓድሕድኩም ተቓባበሉ።
62,953

62,954
am_tg
ክርስቶስ፣ አምላክ እውነተኛ መሆኑን ለማሳዚት ሲል ለተገሚዙት አገልጋይ እንደሆነ ልነግራቜሁ እወዳለሁፀ በተጚማሪም አገልጋይ ዚሆነው፣ አምላክ ለአባቶቻ቞ው ዚገባውን ቃል ለማሚጋገጥ
ኚመይሲ፡ ክርስቶስ፡ ኣምላኜ ሓቀኛ ምዃኑ ምእንቲ ኌርኢ ኢሉ ኣገልጋሊ እቶም እተገዝሩ ኾም ዝዀነ እብለኩም ኣለኹ፣ እዚ ኞኣ ነቲ ኣቊታቶም እተተስፈውዎ ተስፋታት ምእንቲ ኌጜንዖ፡
62,955

62,956
am_tg
እንዲሁም ብሔራት አምላክን ስለ ምሕሚቱ ያኚብሩት ዘንድ ነው። ይህም “ስለዚህ በብሔራት መካኚል በይፋ አወድስሃለሁፀ ለስምህም ዚውዳሎ መዝሙር እዘምራለሁ” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
ኣህዛብ ድማ ንኣምላኜ ስለ ምሕሚቱ ምእንቲ ኌመስግንዎ እዩ። ኚምቲ፡ “ስለዚ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ክውድሰካ፡ ንስምካ እውን ውዳሰ ኜዝምር እዚ” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።
62,957

62,958
am_tg
ደግሞም “እናንተ ብሔራት፣ ኚሕዝቡ ጋር ደስ ይበላቜሁ” ይላል።
ኹም ብሓድሜ እውን፡ “ኣቱም ኣህዛብ፡ ምስ ህዝቡ ተሓጐሱ” ይብል።
62,959

62,960
am_tg
እንደገናም “ብሔራት ሁሉ፣ ይሖዋን አወድሱትፀ ሕዝቊቜም ሁሉ ያወድሱት” ይላል።
መሊሱ ኞኣ፡ “ኵልኹም ኣህዛብ፡ ንዹሆዋ ወድስዎ፣ ኵሎም ህዝብታት እውን ይወድስዎ” ይብል።
62,961

62,962
am_tg
እንዲሁም ኢሳይያስ “ዚእሎይ ሥር ይገለጣልፀ ብሔራትንም ዹሚገዛው ይነሳልፀ ብሔራትም ተስፋ቞ውን በእሱ ላይ ይጥላሉ” ይላል።
ኹም ብሓድሜ ድማ ኢሳይያስ፡ “እቲ ሱር እሎይ፡ እቲ ንኣህዛብ ኪገዝእ ዚትንስእ ኚኣ ኪመጜእ እዩ፣ ኣህዛብ ኣብኡ ተስፋ ኺገብሩ እዮም” ይብል።
62,963

62,964
am_tg
በእሱ በመታመናቜሁ ዚተነሳ በመንፈስ ቅዱስ ኃይል ተስፋ እንዲትሚፈሚፍላቜሁ ተስፋ ዹሚሰጠው አምላክ ደስታንና ሰላምን ሁሉ ይሙላባቜሁ።
ብሓይሊ መንፈስ ቅዱስ ተስፋኹም ምእንቲ ኜትዓዝዝሲ፡ እቲ ተስፋ ዚህብ ኣምላኜ በቲ ኣብኡ ዘሎኩም እምነት ኣቢሉ ብዅሉ ሓጐስን ሰላምን ይምላእኩም።
62,965

62,966
am_tg
ወንድሞቌ ሆይ፣ እናንተ ራሳቜሁ በጥሩነት ዚተሞላቜሁ እንደሆናቜሁ፣ ዹተሟላ እውቀት እንዳላቜሁና አንዳቜሁ ሌላውን መምኹር እንደምትቜሉ እኔ ራሎ ስለ እናንተ እርግጠኛ መሆን ቜያለሁ።
ኣሕዋተዚ፡ ብዛዕባኻትኩምሲ ሰናይ ኹም ዝመልኣኩም፡ ብዅሉ ፍልጠት ድማ ኹም እተመላእኩም፡ ንሓድሕድኩም እውን ክትማዓዓዱ ኾም እትኜእሉ፡ ኣነ ባዕለይ እኣምን እዚ።
62,967

62,968
am_tg
ይሁን እንጂ አንዳንድ ጉዳዮቜን ግልጥልጥ አድርጌ ዚጻፍኩላቜሁ ተጚማሪ ማሳሰቢያ ልሰጣቜሁ ስለፈለግኩ ነው። ይህን ዹማደርገው ኹአምላክ በተሰጠኝ ጾጋ ዚተነሳ ነው።
ግናኞ፡ ኹም ብሓድሜ ምእንቲ ኞዘኻኜሚኩም፡ ብዛዕባ ገለ ነገራት ኣዝዚ ደፊሹ ጜሒፈልኩም ኣለኹ፣ ኚምኡ ዝገበርኩ ድማ፡ ካብ ኣምላኜ ጾጋ ስለ እተዋህበኒ እዚ፣
62,969

62,970
am_tg
ይህ ጾጋ ዹተሰጠኝም ለአሕዛብ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ አገልጋይ እንድሆን ነው። ዹአምላክን ምሥራቜ በማወጁ ቅዱስ ሥራ ዚምካፈለው እነዚህ አሕዛብ በመንፈስ ቅዱስ ዚተቀደሰ፣ ተቀባይነት ያለው መባ ሆነው ለአምላክ እንዲቀርቡ ነው።
እዚ ኞኣ ንኣህዛብ ኣገልጋሊ ክርስቶስ ዚሱስ ምእንቲ ክኾውን እዩ ተዋሂቡኒ። እዞም ኣህዛብ እዚኊም ቅቡል መስዋእቲ፡ ማለት ብመንፈስ ቅዱስ እተቐደሱ ምእንቲ ኪዀኑ፡ ኣብቲ ቕዱስ ዕዮ ብስራት መንግስቲ ኣምላኜ ተጾሚደ ኣለኹ።
62,971

62,972
am_tg
ስለዚህ ለአምላክ ኹማቀርበው አገልግሎት ጋር በተያያዘ በክርስቶስ ኢዚሱስ ሐሎት ዚማደርግበት ምክንያት አለኝ።
እምበኣር፡ ብዛዕባ እቲ ንኣምላኜ ዚምልኚት ነገራት፡ ብክርስቶስ ዚሱስ ዝፍስሃሉ ኣሎኒ።
62,973

62,974
am_tg
አሕዛብ ታዛዊቜ እንዲሆኑ ክርስቶስ በእኔ አማካኝነት ስላኚናወነው ነገር ካልሆነ በቀር ስለ ሌላ ነገር ለመናገር አልደፍርም። ይህን ያኚናወነው እኔ በተናገርኩትና ባደሚግኩት ነገር
ብዘይካ እቲ ኣህዛብ ምእንቲ ኺእዘዙ ኢሉ ክርስቶስ ብኣይ ኣቢሉ ዝገበሮስ፡ ካልእ ክዛሚብ ኣይደፍርን እዚ፣ ነዚ ኞኣ ብቓለይን ብግብሚይን፡
62,975

62,976
am_tg
እንዲሁም በተአምራዊ ምልክቶቜና ድንቅ ነገሮቜ ደግሞም በአምላክ መንፈስ ኃይል ነውፀ በመሆኑም ኚኢዚሩሳሌም አንስቶ ዙሪያውን እስኚ እልዋሪቆን ድሚስ ስለ ክርስቶስ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ በተሟላ ሁኔታ ሰብኬአለሁ።
ብሓይሊ ትእምርትታትን ተኣምራትን፡ ብሓይሊ መንፈስ ኣምላኜ እዩ ገይርዎ። ስለዚ፡ ካብ ዚሩሳሌም ክሳብ ኢሊሪኮን፡ ነቲ ብስራት ክርስቶስ ምሉእ ብምሉእ ሰቢኞዮ እዚ።
62,977

62,978
am_tg
በዚህ መንገድ ዚክርስቶስ ስም አስቀድሞ በታወቀበት ቊታ ምሥራቹን ላለመስበክ ዚተቻለኝን ሁሉ ጥሚት አድርጌአለሁፀ ይህን ያደሚግኩት ሌላ ሰው በጣለው መሠሚት ላይ መገንባት ስላልፈለግኩ ነውፀ
በዚ ኞምዚ፡ ኣብ መሰሚት ካልእ ምእንቲ ኞይሃንጜሲ፡ ኣብቲ ስም ክርስቶስ እተፈልጠሉ ዘበለ ኞዚበስር እጜዕት ኣለኹ፣
62,979

62,980
am_tg
ይህም “ኹዚህ በፊት ስለ እሱ ምንም ያልተነገራ቞ው ያያሉፀ ያልሰሙም ያስተውላሉ” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
እዚ ድማ ኚምቲ፡ “እቶም ብዛዕባኡ ዘይተነግሮም ኪርእይዎ፡ እቶም ዘይሰምዑ እውን ኪርድኡ እዮም” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።
62,981

62,982
am_tg
በተደጋጋሚ ጊዜያት ወደ እናንተ መምጣት ሳልቜል ዚቀሚሁትም በዚህ ምክንያት ነው።
ስለዚ እውን እዚ ናባኻትኩም ካብ ምምጻእ ብዙሕ ሳዕ እተኞልኚልኩ።
62,983

62,984
am_tg
አሁን ግን በዚህ አካባቢ ባሉት አገሮቜ ያልሰበክሁበት ክልል ዚለምፀ ደግሞም ለብዙ ዓመታት ወደ እናንተ ለመምጣት ስጓጓ ቆይቻለሁ።
ሕጂ ግና ኣብዚ ዞባታት እዚ ዘይተተንኹዹ ኜሊ ዚብለይን፣ ናባኻትኩም ክመጜእ ካብ ዝናፍቕ ኚኣ ብዙሕ ዓመታት ኰይኑ ኣሎ።
62,985

62,986
am_tg
በመሆኑም ወደ ስፔን በምጓዝበት ጊዜ እንደማገኛቜሁና እናንተ ጋ ለተወሰነ ጊዜ ቆይቌ ናፍቆቮን ኚተወጣሁ በኋላ ጥቂት መንገድ እንደምትሞኙኝ ተስፋ አደርጋለሁ።
ስለዚ፡ ናብ ስጳኛ ክኞይድ ኚለኹ፡ ክርእዚኩም፡ ምሳኻትኩም ምስ ቀነኹ ድማ ኹተፋንዉኒ ተስፋ እገብር።
62,987

62,988
am_tg
አሁን ግን ቅዱሳንን ለማገልገል ወደ ኢዚሩሳሌም ልጓዝ ነው።
ሕጂ ግና ነቶም ቅዱሳት ኚገልግል፡ ናብ ዚሩሳሌም ክኞይድ እዚ።
62,989
tg_am
ሕጂ ግና ነቶም ቅዱሳት ኚገልግል፡ ናብ ዚሩሳሌም ክኞይድ እዚ።
አሁን ግን ቅዱሳንን ለማገልገል ወደ ኢዚሩሳሌም ልጓዝ ነው።
62,990
am_tg
በመቄዶንያና በአካይያ ያሉት ወንድሞቜ በኢዚሩሳሌም ባሉት ቅዱሳን መካኚል ለሚገኙት ድሆቜ መዋጮ በመስጠት ያላ቞ውን ነገር በደስታ አካፍለዋልና።
እቶም ኣብ መቄዶንያን ኣካይያን ዘለዉስ፡ ነቶም ኣብ መንጎ እቶም ኣብ ዚሩሳሌም ዘለዉ ቕዱሳት ዚርኚቡ ድኻታት፡ ካብቲ ዘለዎም ብምውጻእ ኬማቕልዎም ፈትዮም ኣለዉ።
62,991

62,992
am_tg
አዎ፣ ይህን ያደሚጉት በፈቃደኝነት ነውፀ ደግሞም ዚእነሱ ዕዳ ነበሚባ቞ውፀ ምክንያቱም አሕዛብ ዚእነሱን መንፈሳዊ ነገር ኚተካፈሉ እነሱ ደግሞ ለሚያስፈልጓ቞ው ቁሳዊ ነገሮቜ ዚማዋጣት ዕዳ አለባ቞ው።
ኣህዛብ ካብቲ መንፈሳዊ በሚኞቶም ካብ ተማቐሉስ፡ ንሳቶም እውን ንዓታቶም ብስጋዊ በሚኞቶም ኬገልግልዎም ዕዳ ኣለዎም እሞ፡ ኚምኡ ኺገብሩ ፈትዮም ኣለዉ፣ እወ፡ ሰብ ዕዳኊም እዮም።
62,993

62,994
am_tg
ስለሆነም ይህን ሥራ ካኚናወንኩና መዋጮውን ካስሚኚብኳ቞ው በኋላ በእናንተ በኩል አድርጌ ወደ ስፔን እሄዳለሁ።
እምበኣር፡ እዚ ምስ ወዳእኩ፡ ነዚ ውጜኢት እዚ እውን ምስ ኣሚኚብክዎም፡ ብኣኻትኩም ኣቢለ ናብ ስጳኛ ክኞይድ እዚ።
62,995

62,996
am_tg
ደግሞም ወደ እናንተ በምመጣበት ጊዜ ዚክርስቶስን ዚተትሚፈሚፈ በሚኚት ይዀላቜሁ እንደምመጣ አውቃለሁ።
ናባኻትኩም ክመጜእ ኚለኹ ኞኣ፡ ብምሉእ በሚኞት ክርስቶስ ኹም ዝመጞኩም፡ እፈልጥ እዚ።
62,997

62,998
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ስለ እኔ አምላክን በመለመን ኚእኔ ጋር አብራቜሁ በጞሎት እንድትተጉ በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስና ኚመንፈስ በሚገኘው ፍቅር አበሚታታቜኋለሁፀ
ኣሕዋተዚ፡ ምሳይ ኎ንኩም ምእንታይ ናብ ኣምላኜ ብጞሎት ክትጋደሉ፡ ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን በታ ኻብ መንፈስ ዝዀነት ፍቕርን እምሕጞነኩም ኣለኹ፣
62,999