Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
62,800
am_tg
በክንክራኊስ ጉባኀ ዚምታገለግለውን እህታቜንን ፌበንን ላስተዋውቃቜሁ እወዳለሁፀ
ነታ ኣገልጋሊት እታ ኣብ ክንክሬኣ ዘላ ጉባኀ ዝዀነት ፌቀን ሓብትና አፋልጠኩም ኣለኹ፣
62,801
tg_am

62,802
am_tg
በጌታ ዚእምነት ባልደሚባቜሁ እንደመሆኗ መጠን ለቅዱሳን በሚገባ ሁኔታ ተቀበሏትፀ ዚምትፈልገውንም እርዳታ ሁሉ አድርጉላትፀ ምክንያቱም እሷ እኔን ጚምሮ ለብዙ ወንድሞቜ ድጋፍ ሆናለቜ።
ንሳ ንባዕላ እውን ንብዙሓትን ንዓይ ንርእሰይን ትሚድእ ነይራ እያ እሞ፡ ንቕዱሳት ኹም ዚግባእ ጌርኩም ተቐበልዋ፣ ብዜድልያ ዘበለ እውን ደግፍዋ።
62,803

62,804
am_tg
በክርስቶስ ኢዚሱስ አብሚውኝ ለሚሠሩት ለጵርስቅላና ለአቂላ ሰላምታ አቅርቡልኝፀ
ነቶም ብክርስቶስ ዚሱስ መዓይይተይ ዝዀኑ ጵርስካን ኣኪላስን ሰላም በሉለይ፣
62,805

62,806
am_tg
እነሱ ለእኔ ሲሉ ሕይወታ቞ውን ለአደጋ አጋልጠዋልፀ እኔ ብቻ ሳልሆን በአሕዛብ መካኚል ዹሚገኙ ጉባኀዎቜም ሁሉ ያመሰግኗ቞ዋል።
ንሳቶም ኣብ ክንዳይ ክሳዶም ኣሕሊፎም እዮም፣ ኣነ ጥራይ ዘይኰንኩስ፡ ኵለን ጉባኀታት እውን ዚመስግናኊም እዚን።
62,807

62,808
am_tg
በቀታ቞ው ላለው ጉባኀም ሰላምታ አቅርቡልኝ። በእስያ ኚመጀመሪያዎቹ ዚክርስቶስ ተኚታዮቜ አንዱ ዹሆነውን ዹምወደውን ኀጲኔጊስን ሰላም በሉልኝ።
ነታ ኣብ ቀቶም ዘላ ጉባኀ እውን ሰላም በሉለይ። ነቲ ንክርስቶስ በዅሪ እስያ ዝዀነ ኀጎኔጊስ እቲ ፍቑሚይ፡ ሰላም በሉለይ።
62,809

62,810
am_tg
ለእናንተ ብዙ ዚደኚመቜውን ማርያምን ሰላም በሉልኝ።
ነታ ብዙሕ ዝጞዓሚትልኩም ማርያም ሰላም በሉለይ።
62,811
tg_am
ነታ ብዙሕ ዝጞዓሚትልኩም ማርያም ሰላም በሉለይ።
ለእናንተ ብዙ ዚደኚመቜውን ማርያምን ሰላም በሉልኝ።
62,812
am_tg
ዘመዶቌ ዚሆኑትንና አብሚውኝ ዚታሰሩትን እንዲሁም በሐዋርያት ዘንድ ስመጥር ዚሆኑትንና ኚእኔ ቀደም ብለው ዚክርስቶስ ተኚታዮቜ ዚሆኑትን አንድሮኒኮስንና ዩኒያስን ሰላም በሉልኝ።
ነቶም ኣብ ሃዋርያት ፍሉጣት ዝዀኑ፡ ቅድመይ እውን ምስ ክርስቶስ ሓድነት ዘለዎም ኣዝማደይን መተኣስርተይን ዝዀኑ ኣንድሮኒቆስን ዩንያን ሰላም በሉለይ።
62,813

62,814
am_tg
በጌታ ለምወደው ለአምጵልያጊስ ሰላምታዬን አቅርቡልኝ።
ንኣምጵልያጊስ እቲ ብጐይታ ፍቑሹይ ሰላም በሉለይ።
62,815
tg_am
ንኣምጵልያጊስ እቲ ብጐይታ ፍቑሹይ ሰላም በሉለይ።
በጌታ ለምወደው ለአምጵልያጊስ ሰላምታዬን አቅርቡልኝ።
62,816
am_tg
በክርስቶስ አብሮን ዚሚሠራውን ኡርባኖስንና ዹምወደውን እስጣኩስን ሰላም በሉልኝ።
ንኡርባኖስ እቲ ብክርስቶስ መዓይይትናን ንእስጣኩስ እቲ ፍቑሹይን ሰላም በሉለይ።
62,817

62,818
am_tg
በክርስቶስ ዘንድ መልካም ስም ያተሚፈውን አጵሌስን ሰላም በሉልኝ። ዚአርስጊቡሉስ ቀተሰብ ለሆኑት ሰላምታ አቅርቡልኝ።
ነቲ ብክርስቶስ ብቕዓቱ ዘመስኚሚ ኣጵሌስ ሰላም በሉለይ። ነቶም ካብ ቀተ ሰብ ኣርስጊቡሎስ ዘበሉ ሰላም በሉለይ።
62,819

62,820
am_tg
ዘመዮን ሄሮድዮንን ሰላም በሉልኝ። ዚጌታ ተኚታዮቜ ዚሆኑትን ዚናርኪሰስን ቀተሰቊቜ ሰላም በሉልኝ።
ንሄሮድዮን ዘመደይ ሰላም በሉለይ። ነቶም ብጐይታ ዝዀኑ ኻብ ቀተ ሰብ ናርቂሶስ ዘበሉ ሰላም በሉለይ።
62,821

62,822
am_tg
በጌታ ሆነው በትጋት ዚሚሠሩትን ጥራይፊናና ጥራይፎሳ ዚተባሉትን ሎቶቜ ሰላም በሉልኝ። ዚምንወዳትን ጰርሲስን ሰላም በሉልኝፀ በጌታ ሥራ ብዙ ደክማለቜና።
ነተን ብጐይታ ዚጜዕራ ዘለዋ ጥሬፌናን ጥሬፎሳን ሰላም በሉለይ። ነታ ብጐይታ ብዙሕ ዝጞዓሚት ፍቕርቲ ጰርሲስ ሰላም በሉለይ።
62,823

62,824
am_tg
ዚጌታ ምርጥ አገልጋይ ለሆነው ለሩፎስ እንዲሁም እኔም እንደ እና቎ ለማያት ለእናቱ ሰላምታ አቅርቡልኝ።
ነቲ ብጐይታ እተሓርዚ ሩፎስን ነታ ንዓይ እውን ኣደይ ዝዀነት ኣዲኡን ሰላም በሉለይ።
62,825

62,826
am_tg
አሲንክሪጊስን፣ ፍሌጎንን፣ ሄርሜስን፣ ጳጥሮባን፣ ሄርማስንና ኚእነሱ ጋር ያሉትን ወንድሞቜ ሰላም በሉልኝ።
ንኣሰንቅሪጊስን ንፍሌጎንን ንሄርሜስን ንጳጥሮባስን ንሄርማስን ምሳታቶም ንዘለዉ ኣሕዋትን ሰላም በሉለይ።
62,827

62,828
am_tg
ፊሎሎጎስንና ዩልያን፣ ኔርዩስንና እህቱን፣ ኊሊምጳስን እንዲሁም ኚእነሱ ጋር ያሉትን ቅዱሳን ሁሉ ሰላም በሉልኝ።
ንፊሎሎጎስን ዩልያን፡ ንኔርዮስን ሓብቱን፡ ንኊልምጳስን ነቶም ምሳታቶም ዘለዉ ዅሎም ቅዱሳትን ሰላም በሉለይ።
62,829

62,830
am_tg
በተቀደሰ አሳሳም ሰላምታ ተለዋወጡ። ዚክርስቶስ ጉባኀዎቜ በሙሉ ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል።
ንሓድሕድኩም ብቕዱስ ምስዕዓም ሰላም ተባሃሃሉ። ኵለን ጉባኀታት ክርስቶስ እውን ሰላም ይብላኹም ኣለዋ።
62,831

62,832
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ክፍፍል ኚሚፈጥሩና ለእንቅፋት ምክንያት ዹሚሆኑ ነገሮቜን ኚሚያመጡ ሰዎቜ እንድትጠነቀቁ አሳስባቜኋለሁፀ እነዚህ ነገሮቜ ዚተማራቜሁትን ትምህርት ዚሚጻሚሩ ና቞ውፀ ይህን ኚሚያደርጉ ሰዎቜ ራቁ።
ኣሕዋተዚ፡ ነቶም ኣንጻር እቲ እተመሃርኩምዎ ትምህርቲ ፍልልይን መዐንቀፍን ዚፈጥሩ ኜትጥንቀቑሎም እምሕጞነኩም ኣለኹ፣ ካባታቶም ርሓቑ።
62,833

62,834
am_tg
እንዲህ ዓይነቶቹ ሰዎቜ ለጌታቜን ለክርስቶስ ሳይሆን ለራሳ቞ው ፍላጎት ባሪያዎቜ ና቞ውፀ በለሰለሰ አንደበትና በሜንገላ ቃላት ዚዚዋሆቜን ልብ ያታልላሉ።
ኚምዚኣቶም ዝበሉስ ንኞብዶም ደኣ እምበር፡ ንጐይታና ክርስቶስ ኣይግዝእዎን እዮም፣ ብጥዑም ዘሚባን ብሜሕጣንን ልቢ ገርህታት ዚስሕቱ እዮም።
62,835

62,836
am_tg
ታዛዥነታቜሁ በሁሉ ዘንድ ዚታወቀ ሆኗልፀ ስለዚህ እኔ በእናንተ እጅግ እደሰታለሁ። ይሁንና ለመልካም ነገር ጥበበኞቜ እንድትሆኑ፣ ለክፉ ነገር ደግሞ አላዋቂዎቜ እንድትሆኑ እፈልጋለሁ።
ተኣዛዝነትኩም ብዅሉ ተፈሊጡ እዩ፣ ስለዚ ድማ ብኣኻትኩም እሕጐስ እዚ። ግናኞ፡ ንሰናይ ብልህታት፡ ንእኚይ ግና ገርህታት ክትኰኑ እደሊ ኣለኹ።
62,837

62,838
am_tg
ሰላም ዹሚሰጠው አምላክ በቅርቡ ሰይጣንን ኚእግራቜሁ በታቜ ይጚፈልቀዋል። ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
እቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኜ ኚኣ ንሰይጣን ቀልጢፉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋርኩም ኪጭፍልቖ እዩ። ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ምሳኻትኩም ይኹን።
62,839

62,840
am_tg
ዚሥራ አጋሬ ጢሞ቎ዎስ ሰላምታ ያቀርብላቜኋልፀ ዘመዶቌ ዚሆኑት ሉክዮስ፣ ያሶንና ሶሲጳጥሮስም ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል።
ጢሞ቎ዎስ እቲ መዓይይተይ ሰላም ይብለኩም ኣሎ፣ ሉክዮስን ያሶንን ሶሲጳጥሮስን ኣዝማደይ እውን ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
62,841

62,842
am_tg
ይህን ደብዳቀ በጜሑፍ ያሰፈርኩት እኔ ጀርጥዮስም በጌታ ሰላምታ አቀርብላቜኋለሁ።
ነዛ ደብዳበ እዚኣ ዝጾሓፍክዋ ኣነ ጠርጥዮስ፡ ብጐይታ ሰላም እብለኩም ኣለኹ።
62,843

62,844
am_tg
እኔንም ሆነ መላውን ጉባኀ ዚሚያስተናግደው ጋይዮስ ሰላም ይላቜኋል። ዹኹተማዋ ዹግምጃ ቀት ሹም ኀርስጊስ ሰላምታ ያቀርብላቜኋልፀ ወንድሙ ቁአስጥሮስም ሰላም ይላቜኋል።
እቲ ንዓይን ንዅላ እታ ጉባኀን ብግሜነት እተቐበለ ጋይዮስ ሰላም ይብለኩም ኣሎ። ኀራስጊስ እቲ ተሓዝ መዝገብ እታ ኾተማን ሓዉ ቁኣርጊስን ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
62,845

62,846
am_tg
አምላክ ለሹጅም ዘመናት ተሰውሮ ኹቆዹው ቅዱስ ሚስጥር መገለጥ ጋር በሚስማማ ሁኔታ እኔ በማውጀው ምሥራቜና ስለ ኢዚሱስ ክርስቶስ በሚሰበኹው መልእክት መሠሚት ሊያጞናቜሁ ይቜላል።
ነቲ በቲ ኣነ ዘበስሮ ብስራትን ስብኚት ዚሱስ ክርስቶስን ኬጜንዓኩም ዚኜእል፡ ክብሪ ይኹኖ። እቲ ስብኚት እቲ ኞኣ፡ ምስ ግልጞት እቲ ኻብ ጥንቲ ኣትሒዙ ስቕ ተባሂሉ ዝጾንሐ ቕዱስ ምስጢር ዚሰማማዕ ኰይኑ፡
62,847

62,848
am_tg
አሁን ግን ሕዝቊቜ ሁሉ እምነት እንዲኖራ቞ውና እሱን እንዲታዘዙ ቅዱሱ ሚስጥር፣ በዘላለማዊው አምላክ ትእዛዝ መሠሚት ትንቢታዊ በሆኑ ቅዱሳን መጻሕፍት አማካኝነት በሕዝቊቜ ሁሉ መካኚል እንዲገለጥና እንዲታወቅ ተደርጓልፀ
ሕጂ ግና ብእምነት ተኣዛዝነት ምእንቲ ኺህሉ፡ ኹም ትእዛዝ እቲ ናይ ዘለኣለም ኣምላኜ ብትንቢት ቅዱሳት ጜሑፋት ኣብ ኵሎም ኣህዛብ ተጋሂዱን ተፈሊጡን ኣሎ።
62,849

62,850
am_tg
እሱ ብቻ ጥበበኛ ለሆነው አምላክ በኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ለዘላለም ክብር ይሁን። አሜን።
ነቲ በይኑ ጥበበኛ ዝዀነ ኣምላኜ፡ ብዚሱስ ክርስቶስ ንዘለኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
62,851

62,852
am_tg
ስለዚህ አሁን በእምነት አማካኝነት ጻድቃን ናቜሁ ስለተባልን በጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ኹአምላክ ጋር ያለንን ሰላም ጠብቀን እንኑርፀ
እምበኣር፡ ሳላ እምነት ካብ ጞደቕና፡ ምስ ኣምላኜ ብጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ሰላም ይሃልወና፣
62,853

62,854
am_tg
ደግሞም በኢዚሱስ አማካኝነት ዹአምላክን ጾጋ ለማግኘት በእምነት ወደ እሱ መቅሚብ ዚቻልን ሲሆን ይህን ጾጋ አሁን አግኝተናልፀ ዹአምላክንም ክብር እንደምናገኝ ተስፋ በማድሚግ እጅግ እንደሰት።
ብእኡ ኞኣ ብእምነት ናብዚ ዘለናዮ ጞጋ፡ መእተዊ ሚኺብና ኣለና፣ ብተስፋ ኜብሪ ኣምላኜ እውን ንተሓጐስ።
62,855

62,856
am_tg
በዚህ ብቻ ሳይሆን በመኚራ ውስጥ እያለንም እጅግ እንደሰትፀ ምክንያቱም መኚራ ጜናትን እንደሚያስገኝ እናውቃለንፀ
በዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብጞበባ እውን ንተሓጐስ፣ ምኜንያቱ፡ ጞበባስ ተጻዋርነት ኹም ዜምጜእ ንፈልጥ ኢና፣
62,857

62,858
am_tg
ጜናትም በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት እንድናገኝ ያስቜለናልፀ ተቀባይነት ማግኘት ደግሞ ተስፋን ያጎናጜፋልፀ
ተጻዋርነት ድማ እተፈተነ ብቕዓት፣ እተፈተነ ብቕዓት እውን ተስፋ፣
62,859

62,860
am_tg
ተስፋውም ሳይፈጞም ቀርቶ ለሐዘን አይዳርገንምፀ ምክንያቱም ዹአምላክ ፍቅር፣ በተሰጠን መንፈስ ቅዱስ አማካኝነት በልባቜን ውስጥ ፈሷል።
ፍቕሪ ኣምላኜ በቲ እተዋህበና መንፈስ ቅዱስ ኣብ ልብና ስለ ዝፈሰሰ ኞኣ፡ እታ ተስፋ እቲኣ ኣይተሕፍርን እያ።
62,861

62,862
am_tg
ገና ደካሞቜ ሳለን ክርስቶስ አስቀድሞ ዹተወሰነው ጊዜ ሲደርስ ለኃጢአተኞቜ ሞቷልና።
ገና ድኹማት ኚለናስ፡ ክርስቶስ ኣብ ምዱብ ግዜ ምእንቲ ሓጥኣን ሞይቱ እዩ።
62,863

62,864
am_tg
ለጻድቅ ሰው ዚሚሞት ማግኘት በጣም አዳጋቜ ነውፀ ለጥሩ ሰው ለመሞት ዹሚደፍር ግን ምናልባት ይገኝ ይሆናል።
ምእንቲ ጻድቕ ዚመውትሲ ዚርኚብ ኣይመስልን፣ ምእንቲ ሕያዋይ ኪመውት ዚደፍር እኳ ምናልባት ኣይሰኣንን ይኞውን።
62,865

62,866
am_tg
ሆኖም አምላክ ገና ኃጢአተኞቜ ሳለን ክርስቶስ እንዲሞትልን በማድሚግ ለእኛ ያለውን ዚራሱን ፍቅር አሳይቷል።
ግናኞ፡ ንሕና ገና ሓጥኣን ኚለና፡ ክርስቶስ ምእንታና ብሙማቱ፡ ኣምላኜ ንፍቕሩ በዚ ዚርእዚና ኣሎ።
62,867

62,868
am_tg
ኚእንግዲህ በደሙ ጻድቃን ናቜሁ ስለተባልን በእሱ አማካኝነት ኹአምላክ ቁጣ እንደምንድን ይበልጥ እርግጠኞቜ መሆን እንቜላለን።
እምበኣር፡ ሕጂ ብደሙ ኻብ ጞደቕና፡ ካብቲ ቝጥዓኡ ደኣ ብእኡ ኜንደይ ኣዚና ዘይንድሕን!
62,869

62,870
am_tg
ጠላቶቜ ሆነን ሳለን በልጁ ሞት አማካኝነት ኹአምላክ ጋር ኚታሚቅን አሁን ታርቀን ሳለንማ በእሱ ሕይወት እንደምንድን ዹተሹጋገጠ ነው።
ጞላእቱ ኞለና፡ ምስ ኣምላኜ ብሞት ወዱ ኻብ ተዓሚቕናስ፡ ምስ ተዓሹቕና ደኣ ብህይወቱ ኜንደይ ኣዚና ዘይንድሕን!
62,871

62,872
am_tg
ይህም ብቻ ሳይሆን አሁን እርቅ ባገኘንበት በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት በአምላክ ሐሎት እያደሚግን ነው።
እዚ ጥራይ ዘይኰነስ፡ በቲ ብእኡ ዕርቂ ዝሚኞብና ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ኣቢልና፡ ብኣምላኜ እውን ንሕጐስ ኢና።
62,873

62,874
am_tg
ስለሆነም በአንድ ሰው አማካኝነት ኃጢአት ወደ ዓለም ገባፀ በኃጢአትም ምክንያት ሞት መጣፀ ሁሉም ኃጢአት ስለሠሩም ሞት ለሰው ሁሉ ተዳሚሰ።
ስለዚ ኞኣ፡ ኚምቲ ብሓደ ሰብ ሓጢኣት ናብ ዓለም ዝኣተወ፡ ብሓጢኣት እውን ሞት፡ ኵላቶም ስለ ዝሓጥኡ ድማ ሞት ናብ ኵሉ ሰብ ሓሊፉ ኣሎ—።
62,875

62,876
am_tg
ሕጉ ኚመሰጠቱ በፊት ኃጢአት በዓለም ላይ ነበርናፀ ሆኖም ሕግ በሌለበት ማንም በኃጢአት አይጠዚቅም።
ሕጊ ቕድሚ ምምጻኡስ፡ ሓጢኣት ኣብ ዓለም ነይሩ እዩ፣ ሕጊ ኾዹሎ ግና፡ ሓጢኣት ኣይቍጞርን እዩ።
62,877

62,878
am_tg
ይሁንና አዳም ትእዛዝ በመተላለፍ ዚሠራውን ዓይነት ኃጢአት ባልሠሩት ላይም እንኳ ሳይቀር ኚአዳም ጀምሮ እስኚ ሙሮ ድሚስ ሞት በሁሉ ላይ ነገሠፀ አዳም በኋላ ለሚመጣው አምሳያ ነበር።
ግናኞ፡ ሞት ካብ ኣዳም ክሳዕ ሙሎ፡ ኣብቶም ኹም ኣበሳ ኣዳም ዘይሓጥኡ እውን ነጊሱ እዩ፣ ኣዳም ኚኣ ምስሊ እቲ ኺመጜእ ዝነበሮ እዩ።
62,879

62,880
am_tg
ሆኖም ስጊታው ያስገኘው ነገር በደሉ ካስኚተለው ነገር ዹተለዹ ነው። ምክንያቱም በአንድ ሰው በደል ብዙዎቜ ሞተዋልፀ ይሁንና ዹአምላክ ጾጋና ነፃ ስጊታው በአንዱ ሰው በኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋ አማካኝነት ለብዙ ሰዎቜ ወደር ዹሌለው ጥቅም አስገኝቷል!
ግናኞ፡ እቲ ውህበት ኚምቲ ኣበሳ ኣይኰነን። ኚመይሲ፡ ብኣበሳ ሓደ ሰብ ብዙሓት ካብ ሞቱ፡ ጾጋ ኣምላኜን በቲ ሓደ ሰብ ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ ኣቢሉ ብጞጋ እተዋህበ ናጻ ውህበቱን ግዳ ኜንደይ ኣብ ብዙሓት ኣዝዩ ዘይዓዝዝ!
62,881

62,882
am_tg
በተጚማሪም ነፃ ስጊታው ያስገኘው ውጀት ዚአንዱ ሰው ኃጢአት ካመጣው ውጀት ዹተለዹ ነው። ምክንያቱም አንድን በደል ተኚትሎ ዚመጣው ፍርድ ኩነኔን አስኚትሏልፀ ብዙዎቜ በደል ኹፈጾሙ በኋላ ግን አምላክ ጻድቃን እንዲባሉ ዚሚያስቜል ስጊታ ሰጥቷል።
እቲ ናጻ ውህበት ኚምቲ ሓደ ዝገበሮ ሓጢኣት እውን ኣይኰነን። ድሕሪ ሓንቲ ኣበሳ ዝመጾ ፍርድስ ኵነኔ እዩ፣ ድሕሪ ብዙሕ ኣበሳ ዝመጾ ውህበት ግና፡ ምጜዳቕ እዩ።
62,883

62,884
am_tg
በአንድ ሰው በደል ዚተነሳ ሞት በዚህ ሰው በኩል ኹነገሠ ዹአምላክን ዚተትሚፈሚፈ ጾጋና ዚጜድቅን ነፃ ስጊታ ዚሚቀበሉትማ በአንዱ ሰው በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት ሕይወት አግኝተው ነገሥታት ሆነው እንደሚገዙ ይበልጥ ዹተሹጋገጠ ነው!
ኚመይሲ፡ ብኣበሳ እቲ ሓደ፡ ሞት በቲ ሓደ ኻብ ነገሰ፡ እቶም ብዙሕ ጾጋን ናጻ ውህበት ጜድቅን እተቐበሉ ግዳ በቲ ሓደ ዚሱስ ክርስቶስ ኣብ ህይወት ክንደይ ኣዝዮም ዘይነግሱ!
62,885

62,886
am_tg
ስለዚህ አንድ በደል ሁሉም ዓይነት ሰዎቜ እንዲኮነኑ እንዳደሚገ ሁሉ አንድ ዚጜድቅ ድርጊትም ሁሉም ዓይነት ሰዎቜ ጻድቃን ናቜሁ ተብለው ለሕይወት እንዲበቁ ያስቜላል።
እምበኣር፡ ኚምቲ ብሓንቲ ኣበሳ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ እተዀነነ፡ ኚምኡ ድማ ብሓንቲ ግብሪ ጜድቂ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ንህይወት ይጞድቕ ኣሎ።
62,887

62,888
am_tg
ምክንያቱም በአንዱ ሰው አለመታዘዝ ብዙዎቜ ኃጢአተኞቜ እንደሆኑ ሁሉ በአንዱ ሰው መታዘዝም ብዙዎቜ ጻድቃን ይሆናሉ።
ኚመይሲ፡ ኚምቲ ብዘይተኣዛዝነት ሓደ ሰብ ብዙሓት ሓጥኣን ዝዀኑ፡ ኚምኡ ድማ ብተኣዛዝነት እቲ ሓደ፡ ብዙሓት ጻድቃን ኪዀኑ እዮም።
62,889

62,890
am_tg
ሕጉ ዚመጣው ሰዎቜ ብዙ በደል እንደሚፈጜሙ ለማሳዚት ነው። ይሁን እንጂ ሰዎቜ ብዙ ኃጢአት ሲፈጜሙ አምላክ ታላቅ ጾጋ አሳያ቞ው።
ሕጊ ዝመጞስ፡ ኣበሳ ምእንቲ ኺዓዝዝ እዩ። ግናኞ፡ ኣብቲ ሓጢኣት ዝዓዘዞ፡ ኣብኡ ጾጋ ኣዝዩ ዓዚዙ እዩ።
62,891

62,892
am_tg
ይህ ዹሆነው ለምንድን ነው? ኃጢአት ኚሞት ጋር እንደነገሠ ሁሉ በጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ በኩል ዹዘላለም ሕይወት ይገኝ ዘንድ ጾጋ በጜድቅ አማካኝነት እንዲነግሥ ነው።
ስለምንታይ፧ ኚምቲ ሓጢኣት ብሞት ዝነገሰ፡ ኚምኡ ድማ ጾጋ በቲ ብዚሱስ ክርስቶስ ጐይታና ኣቢሉ ናብ ናይ ዘለኣለም ህይወት ዚመርሕ ጜድቂ ምእንቲ ኺነግስ እዩ።
62,893

62,894
am_tg
በእምነቱ ጠንካራ ያልሆነውን ሰው ተቀበሉት እንጂ በአመለካኚት ልዩነት ላይ ተመሥርታቜሁ አትፍሚዱ።
ነቲ ብእምነት ድኹም ዝዀነ ተቐበልዎ እምበር፡ እተፈልዚ ርእይቶታት ኣይትፍሚዱ።
62,895

62,896
am_tg
አንድ ሰው እምነቱ ማንኛውንም ነገር እንዲበላ ይፈቅድለታልፀ በእምነቱ ጠንካራ ያልሆነ ሰው ግን አትክልት ብቻ ይበላል።
ኵሉ ምብላዕ ኹም እተፈቕደሉ ዚኣምን ኣሎ፣ እቲ ድኹም ግና ኣሕምልቲ ጥራይ እዩ ዚበልዕ።
62,897

62,898
am_tg
ማንኛውንም ነገር ዹሚበላ ዹማይበላውን አይናቅፀ ዹማይበላው ደግሞ በሚበላው ላይ አይፍሚድፀ ይህን ሰው አምላክ ተቀብሎታልና።
ኣምላኜ ተቐቢልዎ እዩ እሞ፡ እቲ ዚበልዕ ነቲ ዘይበልዕ ኣይንዓቆ፡ እቲ ዘይበልዕ እውን ነቲ ዚበልዕ ኣይፍሚዶ።
62,899