Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,000
am_tg
በይሁዳ ካሉት ዚማያምኑ ሰዎቜ እጅ እንድድንና በኢዚሩሳሌም ለሚገኙት ቅዱሳን ዹማቀርበው አገልግሎት በእነሱ ዘንድ ተቀባይነት እንዲያገኝ ጞልዩልኝፀ
እዚ ኞኣ ካብቶም ኣብ ይሁዳ ዘለዉ ዘይኣምኑ ምእንቲ ኜናገፍ፡ እቲ ናብቶም ኣብ ዚሩሳሌም ዘለዉ ቕዱሳት ዘቕርቩ ኣገልግሎተይ እውን ብኣታቶም ቅቡል ምእንቲ ኪኞውን፡
63,001
tg_am

63,002
am_tg
ይኾውም አምላክ ኹፈቀደ ወደ እናንተ በደስታ እንድመጣና ኚእናንተ ጋር በመሆን መንፈሮ እንዲታደስ ነው።
ብፍቓድ ኣምላኜ ድማ ተሓጒሰ ምእንቲ ኜመጞኩምን ምሳኻትኩም ምእንቲ ኜዓርፍን እዩ።
63,003

63,004
am_tg
ሰላም ዹሚሰጠው አምላክ ኚሁላቜሁ ጋር ይሁን። አሜን።
እቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኜ ምስ ኵላትኩም ይኹን። ኣሜን።
63,005
tg_am
እቲ ሰላም ዚህብ ኣምላኜ ምስ ኵላትኩም ይኹን። ኣሜን።
ሰላም ዹሚሰጠው አምላክ ኚሁላቜሁ ጋር ይሁን። አሜን።
63,006
am_tg
እንዲህ ኹሆነ ታዲያ በሥጋ አባታቜን ዹሆነው አብርሃም ምን አገኘ እንላለን?
እምበኣር፡ እቲ ብስጋ ኣቊና ዝዀነ ኣብርሃም እንታይ ሚኺቡ ኜንብል ኢና፧
63,007

63,008
am_tg
ለምሳሌ አብርሃም ጻድቅ ዚተባለው በሥራ ቢሆን ኖሮ ዚሚመካበት ነገር በኖሹው ነበርፀ ሆኖም በአምላክ ፊት ሊመካ አይቜልም።
ኣብርሃም ሳላ ግብሪ ጞዲቑ እንተ ዚኞውንሲ፡ መመክሒ ምሹኾበ ነይሩ፣ ግናኞ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ኣይኰነን።
63,009

63,010
am_tg
ዚቅዱስ መጜሐፉስ ቃል ምን ይላል? “አብርሃም በይሖዋ አመነፀ ይህም ጜድቅ ሆኖ ተቆጠሚለት።”
እቲ ቕዱስ ጜሑፍሲ እንታይ ድዩ ዚብል፧ “ኣብርሃም ብዚሆዋ ኣመነ፡ ጜድቂ ዀይኑ ድማ ተቘጜሚሉ።”
63,011

63,012
am_tg
ይሁንና ለሚሠራ ሰው ደሞዙ እንደ ሥራው ዋጋ እንጂ እንደ ጾጋ ስጊታ ተደርጎ አይቆጠርለትም።
ንሓደ ዚገብር ሰብ፡ ዓስቡ ኾም ጾጋ ዘይኰነስ፡ ኹም ዚእውዶ ዕዳ እዩ ዚቝጞሚሉ።
63,013

63,014
am_tg
በሌላ በኩል ግን በራሱ ሥራ ኚመመካት ይልቅ ኃጢአተኛውን ጻድቅ ነህ ብሎ በሚጠራው አምላክ ዚሚያምን እምነቱ እንደ ጜድቅ ይቆጠርለታል።
ንሓደ ዘይገብር፡ በቲ ንሓጥእ ዜጜድቕ ደኣ ዚኣምን ሰብ ግና፡ እምነቱ ኾም ጜድቂ እያ እትቝጞሚሉ።
63,015

63,016
am_tg
ይህም ዳዊት፣ አምላክ ያለሥራ እንደ ጻድቅ አድርጎ ዚሚቆጥሚው ሰው ስለሚያገኘው ደስታ እንዲህ ብሎ እንደተናገሚው ነው፩
ኚምቲ ዳዊት ብዛዕባ ሓጐስ እቲ ኣምላኜ ብዘይ ግብርስ ጜድቂ ዚቘጜሚሉ ሰብ ዝበሎ እዩፊ
63,017

63,018
am_tg
“ዹዓመፅ ሥራ቞ው ይቅር ዚተባለላ቞ው፣ ኃጢአታ቞ውም ዹተሾፈነላቾው ደስተኞቜ ና቞ውፀ
“እቶም ጥሕሰቶም እተሓድገሎም፡ ሓጢኣቶም እውን እተኞድነሎም፡ ሕጉሳት እዮም፣
63,019

63,020
am_tg
ይሖዋ ኃጢአቱን ዚማይቆጥርበት ሰው ደስተኛ ነው።”
ዹሆዋ ሓጢኣቱ ዘይቈጜሚሉ ሰብ ሕጉስ እዩ።”
63,021
tg_am
ዹሆዋ ሓጢኣቱ ዘይቈጜሚሉ ሰብ ሕጉስ እዩ።”
ይሖዋ ኃጢአቱን ዚማይቆጥርበት ሰው ደስተኛ ነው።”
63,022
am_tg
ታዲያ ይህን ደስታ ዚሚያገኙት ዹተገሹዙ ሰዎቜ ብቻ ናቾው ወይስ ያልተገሚዙትም ጭምር? ምክንያቱም “አብርሃም እምነቱ ጜድቅ ሆኖ ተቆጠሚለት” ብለናል።
እዛ ሓጐስ እዚኣ ደኣ ንግዙራት ጥራይ ድያ፡ ወይስ ንዘይግዙራት እውን፧ ኚመይሲ፡ “ንኣብርሃም፡ እምነቱ ጜድቂ ዀይና ተቘጜሚትሉ” ንብል ኢና።
63,023

63,024
am_tg
ታዲያ እምነቱ እንደ ጜድቅ ዹተቆጠሹው በምን ዓይነት ሁኔታ እያለ ነው? ተገርዞ እያለ ነው ወይስ ኹመገሹዙ በፊት? ተገርዞ እያለ ሳይሆን ኹመገሹዙ በፊት ነው።
መዓስኚ እያ እተቘጜሚትሉ፧ ምስ ተገዝሹ ድያ፡ ወይስ ኹይተገዝሹ፧ ምስ ተገዝሹ ዘይኰነስ፡ ኹይተገዝሹ እያ።
63,025

63,026
am_tg
ገና ኹመገሹዙ በፊት በነበሹው እምነት ላገኘው ጜድቅ ምልክት ሆኖ ዚሚያገለግለውን ግርዘትን እንደ ማኅተም ተቀበለፀ ስለዚህ ባይገሚዙም እንኳ በእምነታ቞ው ዚተነሳ እንደ ጻድቃን ለተቆጠሩት ሁሉ አባት ሆኗልፀ
ንዅሎም እቶም ኚይተገዝሩ ዚኣምኑ እሞ፡ እዚ እውን ጜድቂ ዚቝጾሹሎም ኣቊኊም ምእንቲ ኪኞውን፡ በታ ኾይተገዝሹ ኾሎ ዝነበሚቶ እምነት ኣቢሉ፡ ምልክት፡—ማለት ግዝሚት፡—ኚም ማሕተም ጜድቂ ገይሩ ተቐቢሉ እዩ፣
63,027

63,028
am_tg
ለተገሚዙት ዘሮቹም አባት ነውፀ ይሁንና ግርዘትን አጥብቀው ለሚኚተሉት ብቻ ሳይሆን አባታቜን አብርሃም ኹመገሹዙ በፊት ዹነበሹውን እምነት ተኚትለው በሥርዓት ለሚመላለሱ ሰዎቜም ሁሉ አባት ነው።
ኣቊ ግዙራት ዘርኢ፡ ማለት ነቶም ዚግዘሩ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቶም ኣስኣሰር እታ ኣቊና ኣብርሃም ኹይተገዝሹ ኾሎ ዝነበሚቶ እምነት ስዒቊም ብስርዓት ዚመላለሱ እውን ኣቊኊም ኰይኑ እዩ።
63,029

63,030
am_tg
ምክንያቱም አብርሃም ወይም ዘሩ ዹዓለም ወራሜ እንደሚሆን ተስፋ ዹተሰጠው በሕግ አማካኝነት ሳይሆን በእምነት በሚገኘው ጜድቅ ነው።
ኚመይሲ፡ ኣብርሃም ወይስ ዘርኡ፡ ወራስ ዓለም ኪኞውን እተተስፈወ፡ ብሕጊ ዘይኰነስ፡ ብእምነት ብዚርኚብ ጜድቂ እዩ።
63,031

63,032
am_tg
ወራሟቜ ዚሚሆኑት ሕጉን በጥብቅ ዹሚኹተሉ ቢሆኑ ኖሮ እምነት ኚንቱ በሆነ ነበርናፀ ዚተስፋውም ቃል ባኚተመ ነበር።
እቶም ንሕጊ ዚስዕቡ ወሚስቲ እንተ ዚዀኑስ፡ እምነት ኚንቱ ምዀነት፡ ተስፋ እውን ባዶ ምዀነት።
63,033

63,034
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ ሕጉ ቁጣ ያስኚትላልፀ ሆኖም ሕግ ኹሌለ ሕግን መተላለፍ ዚሚባል ነገር አይኖርም።
እቲ ሕግስ ቍጥዓ እዩ ዜምጜእ፣ ኣብቲ ሕጊ ዘይብሉ ግና፡ ኣብኡ ኣበሳ ዚልቊን።
63,035

63,036
am_tg
በመሆኑም ተስፋው በእምነት ዹተገኘ ነውፀ ይህም ዹሆነው ተስፋው በጾጋ ላይ ዹተመሠሹተ እንዲሆንና ለዘሩ ሁሉ ይኾውም ሕጉን በጥብቅ ለሚኹተል ብቻ ሳይሆን ዚሁላቜንም አባት ዹሆነውን ዚአብርሃምን እምነት በጥብቅ ለሚኹተል ጭምር ዹተሹጋገጠ እንዲሆን ነው።
ስለዚ፡ እታ ተስፋ ሳላ ጾጋ ምእንቲ ኜትኚውን፡ ብእምነት እያ ዀይና፣ እዚ ኞኣ ንዅሎም ዘርኡ፡ ማለት ነቶም ንሕጊ ዚስዕቡ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቶም ንእምነት እቲ ኣቊ ዅላትና ዝዀነ ኣብርሃም ዚስዕቡ እውን ምእንቲ ኜትጞንዕ እዩ።
63,037

63,038
am_tg
(ይህም “ለብዙ ብሔራት አባት አድርጌሃለሁ” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።) ይህ ዹሆነው እሱ ባመነበት ማለትም ሙታንን ሕያው በሚያደርገውና ዹሌለውን እንዳለ አድርጎ በሚጠራው አምላክ ፊት ነው።
(እዚ ድማ ኚምቲ፡ “ኣቊ ብዙሓት ኣህዛብ ገይሚካ ኣለኹ” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።) ኣብ ቅድሚ እቲ ንሱ ዝኣመኖ፡ ንምዉታት ህያው ዚገብርን ንዘዹሎ ኾም ዘሎ ገይሩ ዚጜውዕን ኣምላኜ ኚኣ ኰይኑ።
63,039

63,040
am_tg
ተስፋ ለማድሚግ ዚሚያበቃ ምንም መሠሚት ባይኖርም እንኳ “ዹአንተም ዘር እጅግ ይበዛል” ተብሎ በተነገሹው መሠሚት ዚብዙ ብሔራት አባት እንደሚሆን በተሰጠው ተስፋ አምኗል።
ኚምቲ፡ “ዘርእኻ ኞምኡ ኪኞውን እዩ” ዚብል፡ ኣቊ ብዙሓት ኣህዛብ ምእንቲ ኪኞውን፡ ተስፋ ኣብ ዘይብሉስ፡ ብተስፋ ኣሚኑ።
63,041

63,042
am_tg
እምነቱ ባይዳኚምም እንኳ 100 ዓመት ገደማ ሆኖት ስለነበር ዹሞተ ያህል ስለሆነው ዹገዛ ራሱ አካል እንዲሁም ሙት ስለሆነው ዚሣራ ማህፀን አሰበ።
ብእምነት እኳ እንተ ዘይደኞመ፡ (ኣስታት ወዲ 100 ዓመት ስለ ዝነበሚ፡) ብዛዕባ እቲ ኾም ምዉት ዝነበሹ ሰብነቱን ብዛዕባ ምዉት ማሕጾን ሳራን ኣስተብሂሉ።
63,043

63,044
am_tg
ሆኖም አምላክ ኹሰጠው ዚተስፋ ቃል ዚተነሳ ለአምላክ ክብር በመስጠት በእምነት በሚታ እንጂ እምነት በማጣት አልወላወለምፀ
ግናኞ፡ ሳላ እቲ ኣምላኜ ዘተስፈዎ ተስፋ፡ ንኣምላኜ ክብሪ እናሃበ ብእምነቱ ደኣ እዩ በርቲዑ እምበር፡ ብዘይምእማን ኣይተወላወለን፣
63,045

63,046
am_tg
ደግሞም አምላክ ዹሰጠውን ተስፋ መፈጾም እንደሚቜል ሙሉ በሙሉ እርግጠኛ ነበር።
ነቲ ንሱ ዘተስፈዎ ተስፋ ኺፍጜሞ ኾም ዚኜእል እውን፡ ኣጞቢቑ ኣሚኑ ነይሩ።
63,047

63,048
am_tg
በመሆኑም “ጜድቅ ሆኖ ተቆጠሚለት።”
ስለዚ ድማ፡ “ጜድቂ ዀይኑ ተቘጜሚሉ።”
63,049
tg_am
ስለዚ ድማ፡ “ጜድቂ ዀይኑ ተቘጜሚሉ።”
በመሆኑም “ጜድቅ ሆኖ ተቆጠሚለት።”
63,050
am_tg
ሆኖም “ተቆጠሚለት” ተብሎ ዚተጻፈው ስለ እሱ ብቻ አይደለምፀ
እታ “ተቘጜሚሉ” እትብል ግና፡ ምእንታኡ ጥራይ ኣይኰነትን ተጻሒፋ፣
63,051

63,052
am_tg
ኹዚህ ይልቅ እንደ ጻድቃን ስለምንቆጠሚው ስለ እኛም ጭምር ነውፀ ምክንያቱም ጌታቜንን ኢዚሱስን ኚሞት ባስነሳው በእሱ እናምናለን።
ዚግዳስ፡ ምእንታና፡ ምእንቲ እቶም ዚቝጾሹልና እውን እያ፣ ምኜንያቱ፡ በቲ ንዚሱስ ጐይታና ኻብ ምዉታት ዘተንስኊ ንኣምን ኢና።
63,053

63,054
am_tg
ኢዚሱስ ስለ በደላቜን ለሞት አልፎ ተሰጠፀ አምላክ ጻድቃን ናቜሁ ብሎ እንዲያስታውቅልንም ኚሞት ተነሳ።
ዚሱስ ምእንቲ ኣበሳና ኣሕሊፍካ ተዋሂቡ፡ ምእንቲ ኜንጞድቕ እውን ተንሲኡ እዩ።
63,055

63,056
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ሰውነታቜሁን ሕያው፣ ቅዱስና በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት ያለው መሥዋዕት አድርጋቜሁ እንድታቀርቡ በአምላክ ርኅራኄ እለምናቜኋለሁፀ ይህም ዚማሰብ ቜሎታቜሁን ተጠቅማቜሁ ዚምታቀርቡት ቅዱስ አገልግሎት ነው።
እምበኣር ኣሕዋተዚ፡ ንሰብነትኩም ህያውን ቅዱስን ንኣምላኜ ቅቡልን መስዋእቲ ጌርኩም፡ ማለት ብኣእምሮኹም ተጠቒምኩም ቅዱስ ኣገልግሎት ጌርኩም ኚተቕርብዎ፡ ብርሕራሐ ኣምላኜ እልምነኩም ኣለኹ።
63,057

63,058
am_tg
በተጚማሪም ይህ ሥርዓት እንዲቀርጻቜሁ አትፍቀዱፀ ኹዚህ ይልቅ ጥሩ ዚሆነውን፣ ተቀባይነት ያለውንና ፍጹም ዹሆነውን ዹአምላክ ፈቃድ መርምራቜሁ ማሚጋገጥ ትቜሉ ዘንድ አእምሯቜሁን በማደስ ተለወጡ።
እቲ ሰናይን ቅቡልን ፍጹምን ፍቓድ ኣምላኜ እንታይ ምዃኑ መርሚርኩም ክትፈልጡስ፡ ንኣእምሮኹም ብምሕዳስ ተለወጡ እምበር፡ ደጊም በዚ ስርዓት እዚ ኣይትቀሚጹ።
63,059

63,060
am_tg
እያንዳንዱ ሰው ኚሚገባው በላይ ስለ ራሱ በማሰብ ራሱን ኹፍ አድርጎ አይመልኚትፀ ኹዚህ ይልቅ አምላክ ለእያንዳንዱ በሰጠው እምነት መሠሚት ጀናማ አስተሳሰብ እንዳለው በሚያሳይ መንገድ እንዲያስብ፣ በመካኚላቜሁ ያለውን እያንዳንዱን ሰው በተሰጠኝ ጾጋ እመክራለሁ።
ነፍሲ ወኹፍ ኣብ መንጎኹም ዘሎ፡ ብዛዕባ ርእሱ ኻብቲ ዚግብኊ ኣዕዚዙ ኞይሓስብ፡ ዚግዳስ፡ ኚምቲ ኣምላኜ ንነፍሲ ወኹፍ ዝሃቩ መስፈር እምነት ገይሩ ብልብምና ኺሓስብ፡ በቲ እተዋህበኒ ጾጋ እብሎ ኣለኹ።
63,061

63,062
am_tg
በአንድ አካል ላይ ብዙ ዚአካል ክፍሎቜ አሉንፀ ደግሞም ሁሉም ዚአካል ክፍሎቜ አንድ ዓይነት ተግባር አያኚናውኑምፀ
ኚመይሲ፡ ኚምቲ ኣብ ሓደ ሰብነት ብዙሕ ኣካላት ዘሎና፡ እቲ ኣካላት ግና ሕደ ተግባር ዘይብሉ፡
63,063

63,064
am_tg
ልክ እንደዚሁ እኛም ብዙ ብንሆንም እንኳ ኚክርስቶስ ጋር ባለን አንድነት አንድ አካል ነንፀ ደግሞም አንዳቜን ዹሌላው ዚአካል ክፍል ነን።
ኚምኡ ድማ ንሕና ብዙሓት ክነስና፡ ብክርስቶስ ሓደ ሰብነት፡ ግናኾ ነፍሲ ወኹፍና ኣካላት ሓድሕድ ኢና።
63,065

63,066
am_tg
በመሆኑም በተሰጠን ጾጋ መሠሚት ዚተለያዩ ስጊታዎቜ ስላሉን ስጊታቜን ትንቢት መናገር ኹሆነ በተሰጠን እምነት መሠሚት ትንቢት እንናገርፀ
ኹኹም እተዋህበና ጾጋ በበይኑ ዝዀነ ውህበት ካብ ሃለወና፡ ትንቢት እንተ ዀይኑ፡ ኹኹም መጠን እምነትና ንነበ፣
63,067

63,068
am_tg
ማገልገል ኹሆነ ማገልገላቜንን እንቀጥልፀ ዚሚያስተምርም ቢሆን ማስተማሩን ይቀጥልፀ
ኣገልግሎት እንተ ዀይኑ፡ ነገልግል፣ ወይስ እቲ ዚምህር፡ ይምሃር፣
63,069

63,070
am_tg
ዚሚያበሚታታም ቢሆን ማበሚታቻ መስጠቱን ይቀጥልፀ ዚሚሰጥ በልግስና ይስጥፀ ዚሚያስተዳድር በትጋት ያስተዳድርፀ ዹሚምር በደስታ ይማር።
ወይስ እቲ ዜተባብዕ፡ ዚተባብዕ፣ እቲ ዚዕድል፡ ብልግሲ ይዓድል፣ እቲ ዚመርሕ፡ ብትግሃት ይምራሕ፣ እቲ ዚምሕር፡ ብሓጐስ ይምሓር።
63,071

63,072
am_tg
ፍቅራቜሁ ግብዝነት ዚሌለበት ይሁን። ክፉ ዹሆነውን ተጞዚፉፀ ጥሩ ዹሆነውን አጥብቃቜሁ ያዙ።
ፍቕርኹም ብዘይ ግብዝና ትኹን። ንእኚይ ፈንፍንዎ፡ ናብ ሰናይ ልገቡ።
63,073

63,074
am_tg
በወንድማማቜ ፍቅር እርስ በርሳቜሁ ኚልብ ተዋደዱ። አንዳቜሁ ሌላውን ለማክበር ቀዳሚ ሁኑ።
ብሕውነታዊት ፍቕሪ ንሓድሕድኩም ካብ ልቢ ተፋቐሩ። ንሓድሕድኩም ኣብ ምክብባር ቀዳሞት ኩኑ።
63,075

63,076
am_tg
ታታሪዎቜ ሁኑ እንጂ አትስነፉ። በመንፈስ ዚምትቃጠሉ ሁኑ። ይሖዋን እንደ ባሪያ አገልግሉ።
ትግሁ፡ ኣይትተሃኚዩ። ብመንፈስ ተቓጞሉ። ንዹሆዋ ተገዝእዎ።
63,077

63,078
am_tg
በተስፋው ደስ ይበላቜሁ። መኚራን በጜናት ተቋቋሙ። ሳትታክቱ ጞልዩ።
ብተስፋ ተሓጐሱ። ኣብ ትሕቲ ጞበባ ተጻወሩ። ብጞሎት ጜንዑ።
63,079

63,080
am_tg
ለቅዱሳን እንደዚቜግራ቞ው ያላቜሁን አካፍሉ። ዚእንግዳ ተቀባይነትን ባሕል አዳብሩ።
ንቕዱሳት ኹኹም ዜድልዮም ኣማቕሉ። ተቐበልቲ ጋሻ ኹኑ።
63,081

63,082
am_tg
ስደት ዚሚያደርሱባቜሁን መርቁፀ መርቁ እንጂ አትርገሙ።
ንዚሰጕጉኹም መርቑ፣ መርቑ እምበር፡ ኣይትርገሙ።
63,083
tg_am
ንዚሰጕጉኹም መርቑ፣ መርቑ እምበር፡ ኣይትርገሙ።
ስደት ዚሚያደርሱባቜሁን መርቁፀ መርቁ እንጂ አትርገሙ።
63,084
am_tg
ደስ ኹሚላቾው ጋር ደስ ይበላቜሁፀ ኚሚያለቅሱ ጋር አልቅሱ።
ምስቶም ዚሕጐሱ ተሓጐሱ፣ ምስቶም ዚበኜዩ ብኞዩ።
63,085
tg_am
ምስቶም ዚሕጐሱ ተሓጐሱ፣ ምስቶም ዚበኜዩ ብኞዩ።
ደስ ኹሚላቾው ጋር ደስ ይበላቜሁፀ ኚሚያለቅሱ ጋር አልቅሱ።
63,086
am_tg
ለራሳቜሁ ያላቜሁ ዓይነት አመለካኚት ለሌሎቜም ይኑራቜሁፀ ዚትዕቢት ዝንባሌ እንዳያድርባቜሁ ተጠንቀቁፀ ትሕትና ዚሚንጞባሚቅበት አስተሳሰብ ይኑራቜሁ። ጥበበኞቜ እንደሆናቜሁ አድርጋቜሁ አታስቡ።
ንኻልኊት ኹም ንርእስኹም ጌርኩም ሕሰቡሎም፣ ትሕት በሉ እምበር፡ ሓሳብኩም ኣብ ላዕለ ላዕሊ ኣይትግበሩ። ጥበበኛታት ኹም ዝዀንኩም ኣይምሰልኩም።
63,087

63,088
am_tg
ለማንም በክፉ ፋንታ ክፉ አትመልሱ። በሰው ሁሉ ፊት መልካም ዹሆነውን ነገር ለማድሚግ ጥሚት አድርጉ።
ንሓደ እኳ ኜፉእ ኣብ ክንዲ ኜፉእ ኣይትፍደይዎ። ኣብ ቅድሚ ዅሉ ሰብ ጜቡቕ ሕሰቡ።
63,089

63,090
am_tg
ኹሰው ሁሉ ጋር በሰላም ለመኖር በእናንተ በኩል ዚተቻላቜሁን ሁሉ አድርጉ።
ዚኚኣል እንተ ዀይኑስ፡ ብወገንኩም፡ ምስ ኵሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ።
63,091

63,092
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ራሳቜሁ አትበቀሉፀ ኹዚህ ይልቅ “‘በቀል ዚእኔ ነውፀ እኔ ብድራትን እመልሳለሁ’ ይላል ይሖዋ” ተብሎ ስለተጻፈ ለቁጣው ዕድል ስጡ።
ፍቑራተዚ፡ “ሕነ ናተይ እዩ፣ ኣነ ኜፈድዮ እዚ፡ ይብል ዹሆዋ” ጜሑፍ እዩ እሞ፡ ነቲ ቝጥዓስ ቊታ ሕደጉሉ እምበር፡ ባዕላትኩም ሕነ ኣይትፍደዩ።
63,093

63,094
am_tg
ነገር ግን “ጠላትህ ቢራብ አብላውፀ ቢጠማ አጠጣውፀ ይህን በማድሚግ በራሱ ላይ ፍም ትኚምራለህ።”
ግናኞ፡ “ጞላኢኻ እንተ ጠምዩ፡ ኣብልዓዮ፣ እንተ ጞሚኡ፡ ኣስትዮ፣ ነዚ ብምግባርካስ፡ ጓህሪ ኣብ ርእሱ ኜትኵምር ኢኻ።”
63,095

63,096
am_tg
በክፉ አትሞነፍፀ ኹዚህ ይልቅ ምንጊዜም ክፉውን በመልካም አሞንፍ።
ነቲ እኚይ ደኣ ብሰናይ ስዓሮ እምበር፡ በቲ እኚይ ኣይትሰዓር።
63,097

63,098
am_tg
እንግዲህ ምን እንበል? ጾጋ እንዲበዛ ኃጢአት መሥራታቜንን እንቀጥል?
እምበኣር፡ እንታይ ክንብል ኢና፧ ጾጋ ምእንቲ ኺዓዝዝሲ፡ ብሓጢኣትዶ ንቐጜል፧
63,099