Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,700
am_tg
ዚጌታ ኢዚሱስ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ምሳኻትኩም ይኹን።
63,701
tg_am
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ምሳኻትኩም ይኹን።
ዚጌታ ኢዚሱስ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
63,702
am_tg
ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ደቀ መዛሙርት ዚሆናቜሁ ሁሉ፣ ፍቅሬ ይድሚሳቜሁ።
ፍቕሹይ ምስ ኵላትኩም እቶም ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ሓድነት ዘሎኩም ትኹን።
63,703

63,704
am_tg
በመካኚላቜሁ ዝሙት እንደተፈጞመ ይወራልፀ እንዲህ ዓይነቱ ዝሙት ደግሞ በአሕዛብ መካኚል እንኳ ታይቶ አይታወቅምፀ ኚአባቱ ሚስት ጋር ዹሚኖር ሰው አለ ተብሏል።
አሹ ምንዝርና ይውሚዚልኩም ኣሎ፣ ኚምኡ ዝኣመሰለ ምንዝርናስ ኣብ ኣህዛብ እኳ ዚልቊን፣ ማለት፡ ሓደ ኻባኻትኩም ሰበይቲ ኣቊኡ ኣእትዩ ኣሎ።
63,705

63,706
am_tg
ታዲያ በዚህ ትኩራራላቜሁ? ይልቁንም በዚህ ማዘንና ድርጊቱን ዹፈጾመውን ሰው ኚመካኚላቜሁ ማስወጣት አይገባቜሁም?
በዚኾ ትሕበኑዶ ኣለኹም፧ እቲ እዚ ግብሪ እዚ ዝገበሹ ኻብ ማእኚልኩም ምእንቲ ኺርሕቕሲ፡ ክትሓዝኑዶ ኣይምተገብኣኩምን፧
63,707

63,708
am_tg
ምንም እንኳ እኔ በአካል ኚእናንተ ጋር ባልሆንም በመንፈስ ኚእናንተ ጋር ነኝፀ ደግሞም እንዲህ ያለ ድርጊት በፈጾመው ሰው ላይ አብሬያቜሁ ያለሁ ያህል ሆኜ ፈርጄበታለሁ።
ኣነ ግና ብኣካል ኣብኡ እኳ እንተ ዘዚለኹ፡ ብመንፈስ ግና ምሳኻትኩም እዚ፣ ነቲ እዚ ዝገበሹ ኞኣ፡ ምሳኻትኩም ኹም ዘለኹ ዀይነ ድሮ ፈሪደዮ ኣለኹ።
63,709

63,710
am_tg
በጌታቜን በኢዚሱስ ስም አንድ ላይ በምትሰበሰቡበት ጊዜ እኔም በጌታቜን በኢዚሱስ ኃይል በመንፈስ ኚእናንተ ጋር እንደምሆን በመገንዘብ
ብስም ጐይታና ዚሱስ ክትእኚቡ ኞለኹም፡ ኣነ ብሓይሊ ጐይታና ዚሱስ ብመንፈስ ምሳኻትኩም ምዃነይ ፈሊጥኩም፡
63,711

63,712
am_tg
እንዲህ ያለውን ሰው ለሰይጣን አሳልፋቜሁ ልትሰጡት ይገባልፀ ይህም እሱ በጉባኀው ላይ ያሳደሚው መጥፎ ተጜዕኖ እንዲወገድና ዚጉባኀው መንፈስ በጌታ ቀን ባለበት ሁኔታ እንዲቀጥል ነው።
መንፈስ ብመዓልቲ ጐይታ ምእንቲ ኺድሕንሲ፡ ንኾምዚ ዝኣመሰለ ሰብ ንጥፍኣት ስጋ ንሰይጣን ኣሕሊፍኩም ሃብዎ።
63,713

63,714
am_tg
መመካታቜሁ መልካም አይደለም። ጥቂት እርሟ ሊጡን ሁሉ እንደሚያቊካው አታውቁም?
ትምክሕትኹም ጜቡቕ ኣይኰነን። ሒደት ማይ ብሑቝ ንብዘሎ ብሑቝ ኾም ዜብኵዖዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
63,715

63,716
am_tg
አዲስ ሊጥ እንድትሆኑ አሮጌውን እርሟ አስወግዱፀ ምክንያቱም ዚፋሲካቜን በግ ዹሆነው ክርስቶስ ስለተሠዋ ኚእርሟ ነፃ ናቜሁ።
ክርስቶስ እቲ ገንሾል ፋስጋና ተሰዊኡ እዩ እሞ፡ ኚምቲ ሕጂ ዘለኹምዎ፡ ዘይበዅዐ ሓድሜ ብሑቝ ምእንቲ ኜትኰኑ፡ ነቲ ኣሚጊት ማይ ብሑቝ ኣወግድዎ።
63,717

63,718
am_tg
ስለዚህ በዓሉን በአሮጌ እርሟ እንዲሁም በክፋትና በኃጢአት እርሟ ሳይሆን እርሟ በሌለበት በቅንነትና በእውነት ቂጣ እናክብር።
ስለዚ፡ ብኣሚጊት ማይ ብሑቝ ወይስ ብማይ ብሑቝ ክፍኣትን እኚይን ዘይኰነስ፡ ብቕጫ ግርህነትን ሓቅን ነብዕል።
63,719

63,720
am_tg
ኚሎሰኞቜ ጋር መግጠማቜሁን እንድትተዉ በደብዳቀዬ ላይ ጜፌላቜሁ ነበርፀ
ኣብ ደብዳበይ፡ ምስ ኣመንዝራታት ደጊም ኚይትጜምበሩ ጜሒፈልኩም ነይሚ፣
63,721

63,722
am_tg
እንዲህ ስል ግን በአጠቃላይ ኹዚህ ዓለም ሎሰኞቜ፣ ስግብግብ ሰዎቜ፣ ቀማኞቜ ወይም ጣዖት አምላኪዎቜ ጋር አትገናኙ ማለቮ አይደለም። እንዲህ ቢሆንማ ኖሮ ጚርሶ ኹዓለም መውጣት ያስፈልጋቜሁ ነበር።
ግናኾ ብሱሩ ምስ ኣመንዝራታት እዛ ዓለም እዚኣ ወይስ ምስ ስሱዓትን ዘሚፍትን ወይስ ምስ ኣምለኜቲ ጣኊት ማለተይ ኣይኰነን። እንተ ዘይኰነስ፡ ካብዛ ዓለም እዚኣ ኜትወጹ ምተገብኣኩም ነይሩ።
63,723

63,724
am_tg
አሁን ግን ዚጻፍኩላቜሁ፣ ወንድም ተብሎ እዚተጠራ ሮሰኛ ወይም ስግብግብ ወይም ጣዖት አምላኪ ወይም ተሳዳቢ ወይም ሰካራም ወይም ቀማኛ ኹሆነ ማንኛውም ሰው ጋር መግጠማቜሁን እንድትተዉ አልፎ ተርፎም እንዲህ ካለው ሰው ጋር ምግብ እንኳ እንዳትበሉ ነው።
ሕጂ ግና ምስ ሓደ ሓው ዚብሃል እሞ ኣመንዝራ፡ ወይ ስሱዕ፡ ወይ ኣምላኺ ጣኊት፡ ወይ ተጻራፊ፡ ወይ ሰኜራም፡ ወይ ዘራፊ ዝዀነ ደጊም ኚይትጜምበሩ፡ ምስ ኹምዚ ዝበለ ኞኣ ኚቶ ኞይትበልዑ፡ እጜሕፈልኩም ኣለኹ።
63,725

63,726
am_tg
በውጭ ባሉ ሰዎቜ ላይ ዹምፈርደው እኔ ምን አግብቶኝ ነው? በውስጥ ባሉት ሰዎቜ ላይ እናንተ አትፈርዱም?
ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዝፈርድሲ እንታይ ገዲሱኒ፧ ነቶም ኣብ ውሜጢ ዘለዉ እትፈርዱኞ ንስኻትኩም ደይኰንኩምን፧
63,727

63,728
am_tg
በውጭ ባሉት ላይ አምላክ ይፈርዳል። “ክፉውን ሰው ኚመካኚላቜሁ አስወግዱት።”
ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዚፈርዶም ግና ኣምላኜ እዩ። “ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣርሕቕዎ።”
63,729

63,730
am_tg
ፍቅርን ተኚታተሉፀ ሆኖም መንፈሳዊ ስጊታዎቜን ይልቁንም ትንቢት ዹመናገር ስጊታን ለማግኘት ጥሚት አድርጉ።
ንፍቕሪ ስዓብዋ፣ ንመንፈሳዊ ውህበታት፡ ምናዳ ግና ክትንበዩ እውን ብቐጻሊ ጜዓቱ።
63,731

63,732
am_tg
በልሳን ዹሚናገር ለአምላክ እንጂ ለሰው አይናገርምናፀ በመንፈስ አማካኝነት ቅዱስ ሚስጥሮቜን ቢናገርም እንኳ ማንም አይሰማውም።
እቲ ብኻልእ ቋንቋ ዚዛሚብሲ፡ ቅዱስ ምስጢራት ብመንፈስ ይዛሚብ ኣሎ እምበር፡ ሓደ እኳ ኣይሰምዖን እዩ እሞ፡ ንኣምላኜ እምበር፡ ንሰብ ኣይኰነን ዚዛሚብ።
63,733

63,734
am_tg
ይሁን እንጂ ትንቢት ዹሚናገር በንግግሩ ሰዎቜን ያንጻል፣ ያበሚታታል እንዲሁም ያጜናናል።
እቲ ዚንበ ግና፡ ንሰብ ዚሃንጜን ዜተባብዕን ዜጾናንዕን እዩ ዚዛሚብ።
63,735

63,736
am_tg
በልሳን ዹሚናገር ራሱን ያንጻልፀ ትንቢት ዹሚናገር ግን ጉባኀን ያንጻል።
እቲ ብኻልእ ቋንቋ ዚዛሚብ ንርእሱ ይሃንጜ፣ እቲ ዚንበ ግና ንጉባኀ እዩ ዚሃንጜ።
63,737

63,738
am_tg
ሁላቜሁም በልሳን ብትናገሩ እወድ ነበርፀ ሆኖም ትንቢት ብትናገሩ እመርጣለሁ። ደግሞም ትንቢት ዹሚናገር በልሳን ኹሚናገር ይበልጣል። ምክንያቱም በልሳን ዹሚናገር ዹተናገሹውን ካልተሚጎመው ጉባኀው ሊታነጜ አይቜልም።
እምበኣር፡ ኵላትኩም ብቛንቋታት ክትዛሚቡ፡ ምናዳ ግና ክትንበዩ እደሊ ኣለኹ። እታ ጉባኀ ምእንቲ ኜትህነጜሲ፡ እቲ ብቛንቋታት ዚዛሚብ እንተ ዘይተርጒምዎ፡ እቲ ዚንበ ኻብኡ ይዓቢ።
63,739

63,740
am_tg
አሁን ግን ወንድሞቜ፣ ወደ እናንተ መጥቌ ራእይን በመግለጥ ወይም በእውቀት ወይም በትንቢት ወይም በትምህርት ካልነገርኳቜሁ በስተቀር በልሳን ብነግራቜሁ ምን እጠቅማቜኋለሁ?
ኣሕዋተዚ፡ ኣብዚ ግዜ እዚ ግና ብቛንቋታት እናተዛሚብኩ እንተ ዝመጞኩም እሞ፡ ብራእይ፡ ወይ ብፍልጠት፡ ወይ ብትንቢት፡ ወይ ብትምህርቲ እንተ ዘይተዛሪበኩም፡ እንታይ ምጠቐምኩኹም፧
63,741

63,742
am_tg
እንደ ዋሜንትና በገና ካሉ ድምፅ ዚሚያወጡ ግዑዝ ነገሮቜ ጋር በተያያዘም ሁኔታው ተመሳሳይ ነው። ዚሚያወጡት ዚድምፅ ቃና ግልጜ ዹሆነ ልዩነት ኹሌለው ኚዋሜንቱም ሆነ ኹበገናው ዚሚወጣው ዜማ እንዎት ይለያል?
እቲ ኾም እኒ ሻምብቆ ወይስ መሰንቆ ዝኣመሰለ ህይወት ዘይብሉ ዜድሂ ነገራት፡ ኚምኡ እዩ። ፍሉይ ቃናታት እንተ ዘዚድህዩ፡ እቲ ብሻምብቆ ወይ ብመሰንቆ ዚጜወት ኹመይ ጌርካ ይፍለጥ፧
63,743

63,744
am_tg
ደግሞም መለኚት ለመለዚት ዚሚያስ቞ግር ድምፅ ቢያሰማ ለጊርነት ማን ይዘጋጃል?
መለኞት ዘይንጹር ደሃይ እንተ ኣድህዩስ፡ መን እዩ ንውግእ ዚዳሎ፧
63,745

63,746
am_tg
ልክ እንደዚሁም ኚአንደበታቜሁ ዚሚወጣው ቃል በቀላሉ ዚሚገባ ካልሆነ ስለ ምን እዚተናገራቜሁ እንዳለ ማን ሊያውቅ ይቜላል? እንዲህ ኹሆነ ለነፋስ ዚምትናገሩ ትሆናላቜሁ።
ኚምኡ ኞኣ፡ ንስኻትኩም ኹም ዚርዳእ ጌርኩም ብልሳን እንተ ዘይተዛሪብኩም፡ እቲ ዚዝሚብ ኹመይ ኢሉ ኺፍለጥ እዩ፧ እኳ ደኣስ ንንፋስ ኹም እትዛሚቡ ኢኹም እትዀኑ።
63,747

63,748
am_tg
በዓለም ላይ ብዙ ዓይነት ቋንቋዎቜ አሉፀ ሆኖም ትርጉም ዹሌለው ቋንቋ ዚለም።
ኣብ ዓለም ብዙሕ ዓይነት ቋንቋታት ኣሎ፣ ትርጉም ዘይብሉ ግና ዚልቊን።
63,749

63,750
am_tg
አንድ ሰው ዹሚናገሹውን ቋንቋ ትርጉም ካላወቅኩ እኔ ለሚናገሹው ሰው ዚባዕድ አገር ሰው እሆንበታለሁፀ እሱም ለእኔ ዚባዕድ አገር ሰው ይሆንብኛል።
ትርጉም እቲ ቛንቋ እንተ ዘይተሚዲአዮስ፡ ነቲ ዚዛሚብ፡ ጓና እዚ ዝዀኖ፣ እቲ ዚዛሚብ እውን፡ ጓና እዩ ዚዀነኒ።
63,751

63,752
am_tg
ስለዚህ እናንተም ዚመንፈስን ስጊታዎቜ እጅግ ስለምትፈልጉ ጉባኀውን ዚሚያንጹ ስጊታዎቜ በብዛት ለማግኘት ጥሚት አድርጉ።
ኚምኡ ድማ፡ ንስኻትኩም ነቲ ውህበታት መንፈስ ተሃንጢኹም ስለ እትደልይዎ፡ በቲ ንጉባኀ ዚሃንጜ ውህበታት ዕዙዛት ክትኰኑ ድለዩ።
63,753

63,754
am_tg
ስለሆነም በልሳን ዹሚናገር ሰው ዹሚናገሹውን መተርጎም እንዲቜል ይጞልይ።
ስለዚ፡ እቲ ብኻልእ ቋንቋ ዚዛሚብ፡ ምእንቲ ኺትርጕም ይጞሊ።
63,755

63,756
am_tg
ምክንያቱም በልሳን ዹምጾልይ ኚሆነ፣ ዹሚጾልዹው ዚተቀበልኩት ዚመንፈስ ስጊታ ነውፀ አእምሮዬ ግን ምንም ዚሚያኚናውነው ነገር ዚለም።
ኚመይሲ፡ ብኻልእ ቋንቋ እጜሊ እንተ ኣልዚ፡ እቲ መንፈስ ዝሃበኒ ውህበት እዩ ዚጜሊ ዘሎ፣ ኣእምሮይ ግና ብዘይ ፍሹ እዩ።
63,757

63,758
am_tg
ታዲያ ምን ማድሚግ ይሻላል? በመንፈስ ስጊታ እጞልያለሁፀ ሆኖም ዹምጾልዹው ትርጉሙ ገብቶኝ ነው። በመንፈስ ስጊታ ዚውዳሎ መዝሙር እዘምራለሁፀ ሆኖም ዹምዘምሹው ትርጉሙ ገብቶኝ ነው።
እንታይ ደኣ ይገበር፧ ብውህበት መንፈስ ክጜሊ እዚ፣ ግናኾ ብኣእምሮይ እውን ክጜሊ እዚ። ብውህበት መንፈስ ውዳሰ ኜዝምር እዚ፣ ግናኾ ብኣእምሮይ እውን ውዳሰ ኜዝምር እዚ።
63,759

63,760
am_tg
እንዲህ ካልሆነ በመንፈስ ስጊታ ውዳሎ ብታቀርብ በመካኚልህ ያለው ምንም ዚማያውቅ ሰው ምን እዚተናገርክ እንዳለህ ስለማይገባው ላቀሚብኚው ምስጋና እንዎት “አሜን” ሊል ይቜላል?
እንተ ዘይኰነስ፡ ብውህበት መንፈስ እንተ ባሪኜካ፡ እቲ ኣብ ቊታ እቲ ተራ ሰብ ተቐሚጡ ዘሎ ነቲ እትብሎ ኻብ ዘይፈልጊ፡ ኹመይ ገይሩ ንምስጋናኻ “ኣሜን” ኪብል ይኜእል፧
63,761

63,762
am_tg
እርግጥ አንተ ግሩም በሆነ መንገድ ምስጋና ታቀርብ ይሆናልፀ ሌላው ሰው ግን እዚታነጞበት አይደለም።
ንስኻስ ጜቡቕ ጌርካ ተመስግን ኣለኻ፣ እቲ ኻልእ ግና ኣይህነጜን እዩ ዘሎ።
63,763

63,764
am_tg
ኚሁላቜሁ ዹበለጠ በብዙ ልሳኖቜ ስለምናገር አምላክን አመሰግናለሁ።
ካብ ናይ ኵላትኩም ዚበዝሕ ቋንቋታት ብምዝራበይ፡ ንኣምላኜ አመስግኖ እዚ።
63,765

63,766
am_tg
ይሁንና በጉባኀ ውስጥ አሥር ሺህ ቃላት በልሳን ኹምናገር ሌሎቜንም ማስተማር እቜል ዘንድ አምስት ቃላት በአእምሮዬ ብናገር እመርጣለሁ።
ግናኞ፡ ንኻልኊት እውን ምእንቲ ኜምህርሲ፡ ኣብ ጉባኀ እልፊ ቓላት ብኻልእ ቋንቋ ኻብ ዝዛሚብ፡ ሓሙሜተ ቓላት ብኣእምሮ ኜዛሚብ ምመሚጜኩ።
63,767

63,768
am_tg
ወንድሞቜ፣ በማስተዋል ቜሎታቜሁ እንደ ሕፃናት አትሁኑፀ ለክፋት ግን ሕፃናት ሁኑፀ በማስተዋል ቜሎታቜሁም ዚጎለመሳቜሁ ሁኑ።
ኣሕዋተዚ፡ ንኜፍኣት ደኣ ሕጻናት ኩኑ እምበር፡ ብኣእምሮ ቘልዑ ኣይትኹኑ፣ ዚግዳስ፡ ብኣእምሮ ብሱላት ኩኑ።
63,769

63,770
am_tg
በሕጉ ላይ “‘በባዕዳን አንደበትና እንግዳ በሆኑ ሰዎቜ ቋንቋዎቜ ለዚህ ሕዝብ እናገራለሁፀ እነሱ ግን በዚያን ጊዜም እንኳ አይሰሙኝም’ ይላል ይሖዋ” ተብሎ ተጜፏል።
ኣብ ሕጊ፡ “‘ነዚ ህዝቢ እዚ ብቛንቋታት ካልኊትን ብኞናፍር ጓኖትን ገይሹ ኜዛሚቊ እዚ፣ ሜዑ እውን እንተ ዀነ ኣይኪሰምዑንን እዮም’ ይብል ዹሆዋ” ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ።
63,771

63,772
am_tg
በመሆኑም ልሳን ለአማኞቜ ሳይሆን አማኝ ላልሆኑት ምልክት ነውፀ ትንቢት ግን አማኝ ላልሆኑት ሳይሆን ለአማኞቜ ነው።
ስለዚ፡ ቋንቋታት ንዘይኣመንቲ ትእምርቲ እዩ እምበር፡ ንኣመንቲ ኣይኰነን፣ ትንቢት ግና ንኣመንቲ እምበር፡ ንዘይኣመንቲ ኣይኰነን።
63,773

63,774
am_tg
ስለዚህ ጉባኀው በሙሉ አንድ ላይ ተሰብስቊ ባለበት ወቅት ሁሉም በልሳኖቜ ቢናገሩና በዚህ መሃል ምንም ዚማያውቁ ሰዎቜ ወይም አማኞቜ ያልሆኑ ቢገቡ እነዚህ ሰዎቜ ‘አእምሯቜሁን ስታቜኋል’ አይሏቜሁም?
እምበኣር፡ ብዘላ እታ ጉባኀ ብሓባር እንተ ተኣኪባ፡ ኵላቶም ኚኣ ብቛንቋታት እንተ ተዛሪቊም እሞ ተራ ሰባት ወይ ዘይኣመንቲ ኣብኡ እንተ ኣትዮም፡ ተጞሊልኩምዶ ኣይብሉን እዮም፧
63,775

63,776
am_tg
ሆኖም ሁላቜሁም ትንቢት እዚተናገራቜሁ ሳለ አማኝ ያልሆነ ወይም ምንም ዚማያውቅ ሰው ቢገባ ሁላቜሁም ዚምትናገሩት ቃል እንደ ወቀሳ ዚሚያገለግለው ኹመሆኑም በላይ ራሱን በሚገባ እንዲመሚምር ያነሳሳዋል።
ኵላትኩም ክትንበዩ ኞለኹም ሓደ ዘይኣማኒ ወይ ተራ ሰብ እንተ ኣትዩ ግና፡ ብዅላቶም ይግናሕ፡ ብዅላቶም ኚኣ ይምርመር እዩ፣
63,777

63,778
am_tg
በዚህ ጊዜ በልቡ ዹተሰወሹው ነገር ይገለጣልፀ በመሆኑም “አምላክ በእርግጥ በመካኚላቜሁ ነው” እያለ በግንባሩ ተደፍቶ ለአምላክ ይሰግዳል።
እቲ ኣብ ልቡ እተሓብአ ይግለጜ እሞ፡ “ኣምላኜ ብሓቂ ኣብ መንጎኹም እዩ” እናበለ፡ ብገጹ ተደፊኡ ንኣምላኜ ኬምልኟ እዩ።
63,779

63,780
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ምን ማድሚግ ይሻላል? አንድ ላይ በምትሰበሰቡበት ጊዜ አንዱ ይዘምራል፣ ሌላው ያስተምራል፣ ሌላው ራእይን ይገልጣል፣ ሌላው በልሳን ይናገራል፣ ሌላው ደግሞ ይተሚጉማል። ሁሉም ነገር ለማነጜ ይሁን።
ኣሕዋተዚ፡ እንታይ ደኣ ይገበር፧ ክትእኚቡ ኞለኹም፡ ሓደ መዝሙር ኣለዎ፡ ሓደ ትምህርቲ ኣለዎ፡ ሓደ ራእይ ኣለዎ፡ ሓደ ኻልእ ቋንቋ ኣለዎ፡ ሓደ ኞኣ ትርጉም ኣለዎ። ኵሉ ንምህናጜ ይገበር።
63,781

63,782
am_tg
በልሳን ዚሚናገሩ ካሉ ኚሁለት ወይም ኚሊስት አይብለጡፀ በዚተራም ይናገሩፀ ዚሚናገሩትንም ሌላ ሰው ይተርጉም።
ብኻልእ ቋንቋ ዚዛሚብ እንተሎ፡ ካብ ክልተ ወይ ካብ ሰለስተ ኣይብዝሑ፡ በብተራ ድማ ይዛሚቡ፣ ሓደ ኞኣ ይተርጕም።
63,783

63,784
am_tg
ዹሚተሹጉም ሰው ኹሌለ ግን በጉባኀ መካኚል ዝም ይበሉና ለራሳ቞ውና ለአምላክ ይናገሩ።
ተርጓሚ እንተ ዘዹልቩ ግና፡ እቲ ብቛንቋታት ዚዛሚብ፡ ኣብታ ጉባኀ ስቕ ይበል፡ ንርእሱን ንኣምላኜን ኚኣ ይዛሚብ።
63,785

63,786
am_tg
ሁለት ወይም ሊስት ነቢያት ይናገሩፀ ሌሎቹ ደግሞ ትርጉሙን ለመሚዳት ይጣሩ።
ኚምኡ ድማ፡ ክልተ ወይ ሰለስተ ነብያት ይዛሚቡ፣ እቶም ካልኊት እውን ዚስተውዕሉ።
63,787

63,788
am_tg
ሆኖም አንድ ሰው እዚያ ተቀምጩ ሳለ ራእይ ቢገለጥለት ዚመጀመሪያው ተናጋሪ ዝም ይበል።
ሓደ ኻብቶም ተቐሚጩም ዘለዉ ራእይ እንተ ተገሊጹሉ፡ እቲ ቐዳማይ ስቕ ይበል።
63,789

63,790
am_tg
ሁሉም እንዲማሩና ሁሉም እንዲበሚታቱ ሁላቜሁም በዚተራ ትንቢት መናገር ትቜላላቜሁ።
ኵላቶም ምእንቲ ኺምሃሩን ኵላቶም ምእንቲ ኺተባብዑንሲ፡ ኵላትኩም በብሓደ ኜትንበዩ ትኜእሉ ኢኹም።
63,791

63,792
am_tg
ነቢያት ዚመንፈስ ስጊታዎቜን በአግባቡ ሊጠቀሙባ቞ው ይገባል።
ነብያት ኚኣ ንውህበት መንፈስ ነብያት ኪቈጻጞርዎ ኣለዎም።
63,793
tg_am
ነብያት ኚኣ ንውህበት መንፈስ ነብያት ኪቈጻጞርዎ ኣለዎም።
ነቢያት ዚመንፈስ ስጊታዎቜን በአግባቡ ሊጠቀሙባ቞ው ይገባል።
63,794
am_tg
አምላክ ዹሰላም እንጂ ዚሁኚት አምላክ አይደለምና። በቅዱሳን ጉባኀዎቜ ሁሉ እንደሚደሚገው
ኣምላኜሲ ናይ ሰላም እምበር፡ ናይ ህውኚት ኣምላኜ ኣይኰነን። ኚምቲ ኣብ ኵለን ጉባኀታት ቅዱሳት ዚግበር ዘሎ፡
63,795

63,796
am_tg
ሎቶቜ በጉባኀ ውስጥ እንዲናገሩ ስላልተፈቀደላ቞ው ዝም ይበሉ። ኹዚህ ይልቅ ሕጉም እንደሚለው ይገዙ።
ኣንስቲ ኣብ ጉባኀታት ኪዛሚባ ኣይተፈቕደለንን እሞ ስቕ ይበላ። ዚግዳስ፡ ኚምቲ ሕጊ እውን ዚብሎ፡ ይገዝኣ።
63,797

63,798
am_tg
ያልገባ቞ው ነገር ካለ በቀታ቞ው ባሎቻ቞ውን ይጠይቁፀ ምክንያቱም ሎት በጉባኀ መካኚል ብትናገር ዚሚያሳፍር ነው።
ሰበይቲ ኣብ ጉባኀ ኜትዛሚብ ነውሪ እዩ እሞ፡ ገለ ኺፈልጣ እንተ ደልዚን፡ ኣብ ቀት ንሰብኡተን ይሕተታ።
63,799