Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,600
am_tg
እነሱ ጎጂ ዹሆኑ ነገሮቜን እንደተመኙ እኛም እንዳንመኝ እነዚህ ነገሮቜ ለእኛ ምሳሌ ሆነውልናል።
እዚ ኞኣ፡ ኚምቲ ንሳቶም እተመነይዎ፡ ንሕና እውን እኚይ ምእንቲ ኞይንምነ፡ መለበሚ ዀይኑና ኣሎ።
63,601
tg_am

63,602
am_tg
“ሕዝቡ ሊበሉና ሊጠጡ ተቀመጡ። ኚዚያም ሊጚፍሩ ተነሱ” ተብሎ እንደተጻፈው ኚእነሱ አንዳንዶቹ እንዳደሚጉት ጣዖት አምላኪዎቜ አትሁኑ።
“እቶም ህዝቢ ኺበልዑን ኪሰትዩን ተቐመጡ። ኪጻወቱ እውን ተንስኡ” ዚብል ኹም እተጻሕፈ፡ ኚምቲ ገሊኣቶም ዝገበርዎ፡ ኣምለኜቲ ጣኊት ኣይትኹኑ።
63,603

63,604
am_tg
ኚእነሱ አንዳንዶቹ ዚፆታ ብልግና ፈጜመው ኚመካኚላ቞ው 23,000 ዚሚሆኑት በአንድ ቀን እንደሚገፉ እኛም ዚፆታ ብልግና አንፈጜም።
ኚምቲ ገሊኣቶም ዝመንዘሩ እሞ ብሓንቲ መዓልቲ 23,000 ዝወደቑ፡ ኣይንመንዝር።
63,605

63,606
am_tg
ኚእነሱ አንዳንዶቹ ይሖዋን ተፈታትነው በእባቊቜ እንደጠፉ እኛም አንፈታተነው።
ኚምቲ ገሊኣቶም ዝፈተንዎ እሞ ብኣትማን ዝጠፍኡ፡ ንዹሆዋ ኣይንፈትኖ።
63,607

63,608
am_tg
በተጚማሪም ኚእነሱ አንዳንዶቹ በማጉሹምሹማቾው በአጥፊው እንደጠፉ አጉሚምራሚዎቜ አትሁኑ።
ኚምቲ ገሊኣቶም ዘጕሹምሹሙ እሞ በቲ መጥፍኢ ዝጠፍኡ፡ ኣይነጕሚምርም።
63,609

63,610
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ ምሳሌ ይሆኑ ዘንድ በእነሱ ላይ ደሚሱፀ ዚተጻፉትም ዚሥርዓቶቹ ፍጻሜ ዚደሚሰብንን እኛን ለማስጠንቀቅ ነው።
እዚ መለበሚ ኪኞውን እዩ ዝበጜሖም፣ ንዓና እቲ መወዳእታ ስርዓት ንዘርኹበና እውን ንመጠንቀቕታ ኪዀነና እዩ እተጻሕፈ።
63,611

63,612
am_tg
በመሆኑም ዹቆመ ዚሚመስለው እንዳይወድቅ ይጠንቀቅ።
ስለዚ፡ እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ፡ ኚይወድቕ ይጠንቀቕ።
63,613
tg_am
ስለዚ፡ እቲ ደው ኢሉ ዘሎ ዚመስሎ፡ ኚይወድቕ ይጠንቀቕ።
በመሆኑም ዹቆመ ዚሚመስለው እንዳይወድቅ ይጠንቀቅ።
63,614
am_tg
በሰው ሁሉ ላይ ኹሚደርሰው ፈተና ዹተለዹ ፈተና አልደሚሰባቜሁም። ይሁንና አምላክ ታማኝ ነውፀ ልትሞኚሙት ኚምትቜሉት በላይ ፈተና እንዲደርስባቜሁ አይፈቅድምፀ ኹዚህ ይልቅ ፈተናውን በጜናት መቋቋም እንድትቜሉ ፈተና ሲደርስባቜሁ መውጫ መንገዱን ያዘጋጅላቜኋል።
ንሰብ ዘይበጜሖ ፈተና ኣይበጜሓኩምን። ግናኞ፡ ኣምላኜ እሙን እዩ እሞ፡ ካብ ዓቕምኹም ንላዕሊ ኜትፍተኑ ኣይሓድገኩምን እዩ፣ ዚግዳስ፡ ምጜዋሩ ምእንቲ ኜትክእሉ፡ ምስቲ ፈተና መዋጜኊ ገይሩልኩም ኣሎ።
63,615

63,616
am_tg
ስለዚህ ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቌ፣ ኚጣዖት አምልኮ ሜሹ።
ፍቑራተዚ፡ ስለዚ፡ ካብ ኣምልኟ ጣኊት ህደሙ።
63,617
tg_am
ፍቑራተዚ፡ ስለዚ፡ ካብ ኣምልኟ ጣኊት ህደሙ።
ስለዚህ ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቌ፣ ኚጣዖት አምልኮ ሜሹ።
63,618
am_tg
ይህን ዹምናገሹው ማስተዋል ላላቾው ሰዎቜ ነውፀ ዹምናገሹው ነገር ትክክል ይሁን አይሁን እናንተ ራሳቜሁ ፍሚዱ።
ኹም ንኣስተውዓልቲ እዚ ዝዛሚብ ዘለኹ፣ ነቲ ዝብሎ ዘለኹ ባዕላትኩም ፍሚድዎ።
63,619

63,620
am_tg
ዚምንባርኚው ዚበሚኚት ጜዋ ኚክርስቶስ ደም መቋደስ አይደለም? ዚምንቆርሰውስ ቂጣ ኚክርስቶስ አካል መቋደስ አይደለም?
እታ እንባርኻ ጜዋእ በሚኞት ካብ ደም ክርስቶስ ምክፋል ደይኰነትን፧ እታ እንቘርሳ እንጌራኞ ኻብ ስጋ ክርስቶስ ምክፋል ደይኰነትን፧
63,621

63,622
am_tg
ምክንያቱም እኛ ብዙ ብንሆንም ቂጣው አንድ ስለሆነ አንድ አካል ነንፀ ሁላቜንም ዚምንካፈለው ኹዚሁ አንድ ቂጣ ነውና።
ኵላትና ኻብ ሓንቲ እንጌራ ንማቐል ኣለና እሞ፡ ሓንቲ እንጌራ ስለ ዘላ፡ ንሕና ብዙሓት ክነስና፡ ሓደ ሰብነት ኢና።
63,623

63,624
am_tg
እስቲ ሥጋዊ እስራኀላውያንን ተመልኚቱፊ መሥዋዕቱን ዚሚበሉት ኚመሠዊያው ጋር ተቋዳሟቜ አይደሉም?
ንእስራኀል እሞ ብስጋ ርኣይዎፊ እቶም ካብ መስዋእትታት ዚበልዑስ፡ ምስቲ መሰውኢዶ ኣይካፈሉን እዮም፧
63,625

63,626
am_tg
እንግዲህ ምን እያልኩ ነው? ለጣዖት ዹተሠዋ ነገር ዹተለዹ ፋይዳ አለው ማለቮ ነው? ወይስ ጣዖት ዋጋ አለው ማለቮ ነው?
እንታይ ደኣ እብል ኣለኹ፧ ንጣኊታት እተሰውአዶ ገለ ነገር እዩ፧ ወይስ ጣኊትዶ ገለ ነገር እዩ፧
63,627

63,628
am_tg
እንዲህ ማለቮ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ አሕዛብ መሥዋዕት አድርገው ዚሚያቀርቧ቞ውን ነገሮቜ ዚሚሠዉት ለአምላክ ሳይሆን ለአጋንንት ነው ማለቮ ነውፀ ኚአጋንንት ጋር እንድትተባበሩ ደግሞ አልፈልግም።
ኣይፋሉን፣ እቲ ኣህዛብ ዚስውእዎ፡ ንኣጋንንቲ እዩ እምበር፡ ንኣምላኜ ኣይኰነን፣ ምስ ኣጋንንቲ ኜትካፈሉ ኞኣ ኣይደልዚኩምን እዚ።
63,629

63,630
am_tg
ዹይሖዋን ጜዋና ዚአጋንንትን ጜዋ መጠጣት አትቜሉምፀ “ኹይሖዋ ማዕድ” እና ኚአጋንንት ማዕድ መካፈል አትቜሉም።
ጜዋእ ዹሆዋን ጜዋእ ኣጋንንትን ክትሰትዩ ኣይትኜእሉን ኢኹም፣ ካብ “መኣዲ ዹሆዋ”ን ካብ መኣዲ ኣጋንንትን ክትምቀሉ ኣይትኜእሉን ኢኹም።
63,631

63,632
am_tg
ወይስ ‘ይሖዋን እያስቀናነው ነው’? እኛ ኚእሱ ይበልጥ ብርቱዎቜ ነን እንዎ?
ወይስ ‘ንዚሆዋዶ ኾነቕንኩ ኢና’፧ ካብኡዶ ንብርትዕ ኢና፧
63,633

63,634
am_tg
ሁሉም ነገር ተፈቅዷልፀ ሆኖም ሁሉም ነገር ይጠቅማል ማለት አይደለም። ሁሉም ነገር ተፈቅዷልፀ ሆኖም ሁሉም ነገር ያንጻል ማለት አይደለም።
ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኵሉ ግና ኣይኰነን ዚጠቅም። ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኵሉ ግና ኣይኰነን ዚሃንጜ።
63,635

63,636
am_tg
እያንዳንዱ ሰው ምንጊዜም ዚራሱን ጥቅም ሳይሆን ዹሌላውን ሰው ጥቅም ይፈልግ።
ነፍሲ ወኚፍ፡ ጥቕሚ ኻልእ ደኣ እምበር፡ ጥቕሚ ርእሱ ኣይድለ።
63,637

63,638
am_tg
ኚሕሊናቜሁ ዚተነሳ ምንም ጥያቄ ሳታነሱ በሥጋ ገበያ ዹሚሾጠውን ማንኛውንም ነገር ብሉፀ
ኣብ ዕዳጋ ስጋ ዚሜዚጥ ዘበለ ዅሉ፡ ስለ ሕልናኹም ኢልኩም ገለ ኞይመርመርኩም ብልዑ፣
63,639

63,640
am_tg
“ምድርና በውስጧ ያለው ነገር ሁሉ ዹይሖዋ ነውና።”
ኚመይሲ፡ “ምድርን ኣብኣ ዘሎ ዅሉን ናይ ዹሆዋ እዩ።”
63,641
tg_am
ኚመይሲ፡ “ምድርን ኣብኣ ዘሎ ዅሉን ናይ ዹሆዋ እዩ።”
“ምድርና በውስጧ ያለው ነገር ሁሉ ዹይሖዋ ነውና።”
63,642
am_tg
አማኝ ያልሆነ ሰው ቢጋብዛቜሁና መሄድ ብትፈልጉ ኚሕሊናቜሁ ዚተነሳ ምንም ጥያቄ ሳታነሱ ዚቀሚበላቜሁን ሁሉ ብሉ።
ሓደ ዘይኣማኒ እንተ ዓዲሙኩም እሞ ኜትኚዱ እንተ ደሊኹም፡ ስለ ሕልና ኢልኩም ገለ ኞይመርመርኩም፡ እተቐሚበልኩም ዘበለ ብልዑ።
63,643

63,644
am_tg
ይሁንና አንድ ሰው “ይህ መሥዋዕት ሆኖ ዹቀሹበ ነው” ቢላቜሁ ይህን ለነገራቜሁ ሰውና ለሕሊና ስትሉ አትብሉ።
ሓደ፡ “እዚ ንጣኊታት እተሰውአ እዩ” እንተ ኢሉኩም ግና፡ ስለቲ ዝነገሚኩምን ስለ ሕልናን ኢልኩም ኣይትብልዑ።
63,645

63,646
am_tg
እንዲህ ስል ስለ ራሳቜሁ ሕሊና ሳይሆን ስለ ሌላው ሰው ሕሊና መናገሬ ነው። ነፃነቮ በሌላው ሰው ሕሊና ለምን ይፈሚድበት?
“ሕልና” ኜብል ኚለኹ፡ ሕልና ኻልእ ደኣ እምበር፡ ሕልና ርእስኻ ማለተይ ኣይኰነን። ስለምንታይኚ ሓርነተይ ብሕልና ኻልእ ዚፍሚድ፧
63,647

63,648
am_tg
አመስግኜ ዹምበላ ኹሆነ ባመሰገንኩበት ነገር ለምን እነቀፋለሁ?
ብምስጋና እካፈል ካብ ኣለኹ፡ ስለምንታይ ደኣ በቲ ዘመስገንኩሉ ዝጜሚፍ፧
63,649

63,650
am_tg
ስለዚህ ስትበሉም ሆነ ስትጠጡ ወይም ማንኛውንም ነገር ስታደርጉ ሁሉንም ነገር ለአምላክ ክብር አድርጉ።
እምበኣር፡ እንተ በሊዕኩም፡ ወይስ እንተ ሰቲኹም፡ ወይስ ዝዀነ ይኹን እንተ ጌርኩም፡ ኵሉ ንኜብሪ ኣምላኜ ግበርዎ።
63,651

63,652
am_tg
ለአይሁዳውያንም ሆነ ለግሪካውያን እንዲሁም ለአምላክ ጉባኀ እንቅፋት አትሁኑፀ
ንኣይሁድ ኰነ ንግሪኻውያን ወይስ ንጉባኀ ኣምላኜ፡ መዐንቀፊ ኣይትኹኑ፣
63,653

63,654
am_tg
እኔ ብዙዎቜ እንዲድኑ ዚእነሱን እንጂ ዚራሎን ጥቅም ሳልፈልግ በማደርገው ነገር ሁሉ፣ ሁሉንም ሰው ለማስደሰት እንደምጥር እናንተም እንዲሁ አድርጉ።
ኣነ እውን ምእንቲ ኺድሕኑስ፡ ጥቕሚ ብዙሓት እምበር፡ ጥቕሚ ርእሰይ ኚይደለኹ፡ ብዅሉ ነገር ንዅሉ ኞሐጕስ እጜዕር ኣለኹ።
63,655

63,656
am_tg
ለቅዱሳን መዋጮ ማሰባሰብን በተመለኹተ ደግሞ በገላትያ ለሚገኙ ጉባኀዎቜ ዚሰጠሁትን መመሪያ መኹተል ትቜላላቜሁ።
ብዛዕባ እቲ ንቕዱሳት ዚኾውን ውጜኢት ኚኣ፡ ነቲ ንጉባኀታት ገላትያ ዝሃብክዎ መምርሒ ስዓቡ።
63,657

63,658
am_tg
መዋጮ ዚሚሰባሰበው እኔ በምመጣበት ጊዜ እንዳይሆን ኚእናንተ እያንዳንዱ በዚሳምንቱ ዚመጀመሪያ ቀን አቅሙ በሚፈቅድለት መጠን ዹተወሰነ ገንዘብ ያስቀምጥ።
እቲ ምውጻእ ገንዘብ ኣነ ምስ መጻእኩ ምእንቲ ኞይኚውን፡ ኣብ ሰሰሙን ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ ነፍሲ ወኚፍኩም ኹኹም ዓቕሙ ኣዋህሊሉ ዚቐምጥ።
63,659

63,660
am_tg
ስመጣም ዚመሚጣቜኋ቞ውንና ዚድጋፍ ደብዳቀ ዚጻፋቜሁላ቞ውን ሰዎቜ ዚልግስና ስጊታቜሁን ኢዚሩሳሌም እንዲያደርሱ እልካ቞ዋለሁ።
ኣነ ምስ መጻእኩ ግና፡ ነቶም ብደብዳበታትኩም ዝሰመርኩምዎም ሰባት፡ ነቲ ህያብ ልግስኹም ናብ ዚሩሳሌም ኬብጜሑ ኜሰድዶም እዚ።
63,661

63,662
am_tg
ይሁን እንጂ ዚእኔም መሄድ አስፈላጊ ሆኖ ኹተገኘ አብሚውኝ ይሄዳሉ።
ኣነ እውን ናብኡ ክኞይድ ዜድሊ እንተ ዀይኑ፡ ምሳይ ኪኞዱ እዮም።
63,663

63,664
am_tg
ይሁንና በመቄዶንያ በኩል ማለፌ ስለማይቀር በዚያ ሳልፍ ወደ እናንተ እመጣለሁፀ
ብመቄዶንያ ኜሓልፍ እዚ እሞ፡ ብመቄዶንያ ምስ ሓለፍኩ፡ ናባኻትኩም ክመጜእ እዚ፣
63,665

63,666
am_tg
ወደምሄድበትም ቊታ ዹተወሰነ መንገድ እንድትሞኙኝ ምናልባት እናንተ ጋ ልቆይ እቜላለሁፀ እንዲያውም ክሚምቱን ኚእናንተ ጋር አሳልፍ ይሆናል።
ናብቲ ዝኞዶ ምእንቲ ኞተፋንዉኒ፡ ምናልባት ምሳኻትኩም እጞንሕ ወይ እኞርም እኞውን እዚ።
63,667

63,668
am_tg
ይሖዋ ቢፈቅድ ኚእናንተ ጋር ዹተወሰነ ጊዜ አሳልፋለሁ ብዬ ተስፋ ስለማደርግ አሁን እግሚ መንገዮን ሳልፍ ላያቜሁ አልፈልግም።
ዹሆዋ እንተ ፈቒድዎ፡ ገለ ግዜ ምሳኻትኩም ክጾንሕ ተስፋ እገብር ኣለኹ እሞ፡ ሕጅስ ኹም ሓላፍ መገዲ ዀይነ ኜርእዚኩም ኣይደልን እዚ።
63,669

63,670
am_tg
ይሁንና እስኚ ጎንጀቆስጀ በዓል ድሚስ በኀፌሶን እቆያለሁፀ
ኣብ ኀፌሶን ግና ክሳዕ በዓል ጰንጠቈስጠ ኜጞንሕ እዚ፣
63,671
tg_am
ኣብ ኀፌሶን ግና ክሳዕ በዓል ጰንጠቈስጠ ኜጞንሕ እዚ፣
ይሁንና እስኚ ጎንጀቆስጀ በዓል ድሚስ በኀፌሶን እቆያለሁፀ
63,672
am_tg
ምክንያቱም ትልቅ ዚሥራ በር ተኚፍቶልኛልፀ ሆኖም ብዙ ተቃዋሚዎቜ አሉ።
ኚመይሲ፡ ናብ ዕዮ ዜእቱ ዓብዪ ኣፍ ደገ ተኞፊቱለይ ኣሎ፣ ግናኞ፡ ብዙሓት ተጻሚርቲ ኣለዉ።
63,673

63,674
am_tg
ጢሞ቎ዎስ ኚመጣ በመካኚላቜሁ በሚቆይበት ጊዜ ፍርሃት እንዳይሰማው ተባበሩትፀ እሱም እንደ እኔ ዹይሖዋን ሥራ ዚሚሠራ ነውና።
ጢሞ቎ዎስ እንተ መጺኡ ግና፡ ኹምዚ ኾማይ ዕዮ ዹሆዋ ይዓዪ ኣሎ እሞ፡ ምሳኻትኩም ብዘይ ስክፍታ ኾም ዚጾንሕ ግበሩ።
63,675

63,676
am_tg
ስለዚህ ማንም አይናቀው። ኚወንድሞቜ ጋር እዚጠበቅኩት ስለሆነ ወደ እኔ እንዲመጣ በሰላም ሞኙት።
እምበኣር፡ ሓደ እኳ ኣይንዓቆ። ምስቶም ኣሕዋት እጜበዮ ኣለኹ እሞ፡ ናባይ ምእንቲ ኺመጜእ፡ ብሰላም ኣፋንውዎ።
63,677

63,678
am_tg
ወንድማቜንን አጵሎስን በተመለኹተ ደግሞ ኚወንድሞቜ ጋር ወደ እናንተ እንዲመጣ አጥብቄ ለምኜው ነበር። እሱ አሁን ዚመምጣት ሐሳብ ዚለውምፀ ሆኖም ሁኔታው ሲመቻቜለት ይመጣል።
ብዛዕባ ኣጵሎስ ሓውና ኞኣ፡ ምስቶም ኣሕዋት ናባኻትኩም ኪመጜእ ብዙሕ ተማሕጺነዮስ፡ ሕጂ ኺመጜእ ኣይደለዚን፣ ምስ ጠዓሞ ግና ኪመጜእ እዩ።
63,679

63,680
am_tg
ነቅታቜሁ ኑሩፀ በእምነት ጞንታቜሁ ቁሙፀ ወንድ ሁኑፀ ብርቱዎቜ ሁኑ።
ንቕሑ፡ ኣብ እምነት ጜንዑ፡ ሰብኡት ኩኑ፡ በርትዑ።
63,681

63,682
am_tg
ዚምታደርጉትን ነገር ሁሉ በፍቅር አድርጉ።
ኵሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር።
63,683
tg_am
ኵሉ ግብርኹም ብፍቕሪ ይገበር።
ዚምታደርጉትን ነገር ሁሉ በፍቅር አድርጉ።
63,684
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ ይህን አሳስባቜኋለሁፊ ዚእስጢፋናስ ቀተሰብ በአካይያ ዚመጀመሪያዎቹ ደቀ መዛሙርት እንደሆኑና ቅዱሳንን ለማገልገል ራሳ቞ውን እንደሰጡ ታውቃላቜሁ።
ኣሕዋተዚ እዚ እምሕጞነኩም ኣለኹፊ ቀተ ሰብ እስጢፋናስ በዅራት ኣካይያ ኾም ዝዀኑ፡ ንምግልጋል ቅዱሳት ኚኣ ገዛእ ርእሶም ኹም ዝወፈዩ ትፈልጡ ኢኹም።
63,685

63,686
am_tg
እናንተም እንደ እነሱ ላሉት እንዲሁም ኚእኛ ጋር ለሚተባበሩትና በትጋት ለሚሠሩት ሁሉ ተገዙ።
ንስኻትኩም እውን ነዞም ኚምዚኣቶም ዝበሉን ነቶም ዚተሓባበሩን ዚጜዕሩን ተገዝእዎም።
63,687

63,688
am_tg
እስጢፋናስ እና ፈርጡናጊስ እንዲሁም አካይቆስ እዚህ በመገኘታ቞ው እጅግ ተደስቻለሁፀ ምክንያቱም ዚእናንተ እዚህ አለመኖር በእነሱ ተካክሷል።
እስጢፋናስን ፈርጡናጊስን ኣካይቆስን ነቲ ንስኻትኩም ኣብዚ ብዘይምህላውኩም ዝጐደለ መሊኩምዎ ስለ ዘለዉ፡ ኣብዚ ብምህላዎም ተሓጒሰ እዚ።
63,689

63,690
am_tg
እነሱ ዚእኔንም ሆነ ዚእናንተን መንፈስ አድሰዋልና። ስለዚህ እንዲህ ላሉት ሰዎቜ እውቅና ስጡ።
ምኜንያቱ፡ ንመንፈሰይን ንመንፈስኩምን ኣቕሲኖምዎ ኣለዉ። እምበኣር፡ ነዞም ኚምዚኣቶም ዝበሉ ፍለጥዎም።
63,691

63,692
am_tg
በእስያ ያሉ ጉባኀዎቜ ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል። አቂላና ጵርስቅላ እንዲሁም በቀታ቞ው ያለው ጉባኀ ሞቅ ያለ ክርስቲያናዊ ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል።
እተን ጉባኀታት እስያ ሰላም ይብላኹም ኣለዋ። ኣኪላስን ጵርስካን ምስታ ኣብ ቀቶም ዘላ ጉባኀ ዀይኖም፡ ብጐይታ ብዙሕ ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
63,693

63,694
am_tg
ወንድሞቜ ሁሉ ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል። እርስ በርሳቜሁ በተቀደሰ አሳሳም ሰላምታ ተለዋወጡ።
ኵሎም ኣሕዋት ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ። ንሓድሕድኩም ብቕዱስ ምስዕዓም ሰላም ተባሃሃሉ።
63,695

63,696
am_tg
እኔ ጳውሎስ በገዛ እጄ ዚጻፍኩላቜሁ ሰላምታ ይድሚሳቜሁ።
እዛ ሰላምታ እዚኣ ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ ብኢደይ ዝጾሓፍክዋ እያ።
63,697

63,698
am_tg
ጌታን ዚማይወድ ቢኖር ዹተሹገመ ይሁን። ጌታቜን ሆይ፣ ና!
ንጐይታና ዘይፈትዎ እንተሎ፡ ርጉም ይኹን። ኩ ጐይታና፡ ንዓ!
63,699
tg_am
ንጐይታና ዘይፈትዎ እንተሎ፡ ርጉም ይኹን። ኩ ጐይታና፡ ንዓ!
ጌታን ዚማይወድ ቢኖር ዹተሹገመ ይሁን። ጌታቜን ሆይ፣ ና!