Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,500
am_tg
ጳውሎስም ቢሆን አጵሎስም ቢሆን ኬፋም ቢሆን ዓለምም ቢሆን ሕይወትም ቢሆን ሞትም ቢሆን አሁን ያሉት ነገሮቜም ቢሆኑ ዚሚመጡትም ነገሮቜ ቢሆኑ ሁሉም ነገር ዚእናንተ ነውፀ
ጳውሎስ ኰነ፡ ኣጵሎስ ኰነ፡ ኬፋ ዀነ፡ ዓለም ኰነት፡ ህይወት ኰነት፡ ሞት ኰነ፡ ዘሎ ዀነ ወይ ዚመጜእ፡ ኵሉ ናታትኩም እዩ፣
63,501
tg_am

63,502
am_tg
እናንተም ዚክርስቶስ ናቜሁፀ ክርስቶስ ደግሞ ዹአምላክ ነው።
ንስኻትኩም ድማ ናይ ክርስቶስ ኢኹም፣ ክርስቶስ ኚኣ ናይ ኣምላኜ እዩ።
63,503

63,504
am_tg
እኔ ነፃ ሰው አይደለሁም? ሐዋርያስ አይደለሁም? ደግሞስ ጌታቜንን ኢዚሱስን አላዚሁትም? እናንተ በጌታ ዚሥራዬ ውጀት አይደላቜሁም?
ሓራ ደይኰንኩን፧ ሃዋርያ ደይኰንኩን፧ ንጐይታና ዚሱስ ክርስቶስኚ ኣይሚኣኜዎን ድዚ፧ ንስኻትኩምኚ ብጐይታ ዕዮይ ደይኰንኩምን፧
63,505

63,506
am_tg
ለሌሎቜ ሐዋርያ ባልሆን እንኳ ለእናንተ ሐዋርያ እንደሆንኩ ዹተሹጋገጠ ነው! እናንተ ዚጌታ ሐዋርያ መሆኔን ዚሚያሚጋግጥ ማኅተም ናቜሁና።
ብጐይታ ሃዋርያነተይ ዜሚጋግጜ ማሕተም ንስኻትኩም ኢኹም እሞ፡ ንኻልኊት ሃዋርያ እኳ እንተ ዘይኰንኩ፡ ንዓኻትኩምሲ ሃዋርያኹም እዚ።
63,507

63,508
am_tg
ለሚመሚምሩኝ ዹማቀርበው ዚመኚላኚያ መልስ ይህ ነው፩
ነቶም ዚምርምሩኒ መጐተይ እዚ እዩፊ
63,509
tg_am
ነቶም ዚምርምሩኒ መጐተይ እዚ እዩፊ
ለሚመሚምሩኝ ዹማቀርበው ዚመኚላኚያ መልስ ይህ ነው፩
63,510
am_tg
እኛ ዚመብላትና ዚመጠጣት መብት ዹለንም እንዎ?
ክንበልዕን ክንሰትንዶ መሰል ዚብልናን ኢና፧
63,511
tg_am
ክንበልዕን ክንሰትንዶ መሰል ዚብልናን ኢና፧
እኛ ዚመብላትና ዚመጠጣት መብት ዹለንም እንዎ?
63,512
am_tg
እንደ ሌሎቹ ሐዋርያትና እንደ ጌታ ወንድሞቜ እንዲሁም እንደ ኬፋ አማኝ ዚሆነቜ ሚስት ይዘን ዹመዞር መብት ዹለንም?
ኚምቶም ካልኊት ሃዋርያትን ኣሕዋት ጐይታናን ኬፋን ዚገብርዎ፡ ኣማኒት ሰበይቲ ኣእቲና ምሳና ኞነዝውርዶ መሰል ዚብልናን ኢና፧
63,513

63,514
am_tg
ወይስ ሰብዓዊ ሥራ ዹመተው መብት ዹሌለን እኔና በርናባስ ብቻ ነን?
ወይስ ኣነን በርናባስን ጥራይ ዲና ንመነባብሮና ዚኾውን ዕዮ ኜንሓድግ መሰል ዘይብልና፧
63,515

63,516
am_tg
ለመሆኑ በራሱ ወጪ ወታደር ሆኖ ዚሚያገለግል ማን ነው? ወይን ተክሎ ፍሬውን ዹማይበላ ማን ነው? ወይስ መንጋ እዚጠበቀ ኹመንጋው ወተት ዹተወሰነ ድርሻ ዚማያገኝ ማን ነው?
እንታዋይ ወተሃደር እዩ ብገዛእ ገንዘቡ እናተመገበ ዜገልግል፧ ወይኒ ተኺሉ ፍሪኡ ዘይበልዕኹ መን እዩ፧ ወይስ መጓሰ እናጓሰዚ፡ ካብ ጞባ እተን መጓሰ ዘይሰቲ መን እዩ፧
63,517

63,518
am_tg
ይህን ዹምለው ኚሰብዓዊ አመለካኚት አንጻር ነው? ሕጉስ ቢሆን እንዲህ አይልም?
እዚ ኾም ኣተሓሳስባ ሰብ ድዚ ዝዛሚብ ዘለኹ፧ ወይስ ሕጊ እውንዶ ኞምኡ ኣይብልን እዩ፧
63,519

63,520
am_tg
በሙሮ ሕግ “እህል እያበራዚ ያለውን በሬ አፉን አትሰር” ተብሎ ተጜፏልና። አምላክ ይህን ዹተናገሹው ስለ በሬዎቜ ተጹንቆ ነው?
ኚመይሲ፡ ኣብ ሕጊ ሙሎ፡ “ኣፍ እቲ ዜኜይድ ብዕራይ ኣይትእሰር” ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ። ኣምላኜ ብዛዕባ ኣብዑር ድዩ ሓልዩ፧
63,521

63,522
am_tg
እንዲህ ያለው ስለ እኛ በማሰብ አይደለም? እንዲህ ተብሎ ዚተጻፈው በእርግጥ ስለ እኛ ነውፀ ምክንያቱም አራሹም ሆነ ዚሚያበራዚው ሰው ሥራ቞ውን ዚሚያኚናውኑት ኚምርቱ ድርሻ እንደሚኖራ቞ው ተስፋ በማድሚግ ነው።
ወይስ ብሱሩ ምእንታና ደይኰነን ዚብል ዘሎ፧ እቲ ዚሓርስን እቲ ዜኜይድን ገግዲኊም ኹም ዚሚኜቡ ተስፋ ገይሮም ኪዓይዩ ስለ ዘለዎም፡ ምእንታና እዩ ተጻሒፉ።
63,523

63,524
am_tg
እኛ በእናንተ መካኚል መንፈሳዊ ነገሮቜ ኚዘራን ኚእናንተ ሥጋዊ ነገሮቜ ብናጭድ ትልቅ ነገር መሆኑ ነው?
ኣባኻትኩም መንፈሳዊ ነገራት ካብ ዘራእና፡ ስጋዊ ደገፍ ካባኻትኩም እንተ ዓጞድናዶ ይበዝሓና እዩ፧
63,525

63,526
am_tg
ሌሎቜ ዚእናንተን ድጋፍ ዚማግኘት መብት ካላ቞ው እኛ ኚእነሱ ዹበለጠ መብት ዹለንም? ይሁንና እኛ በዚህ መብት አልተጠቀምንምፀ ኹዚህ ይልቅ ስለ ክርስቶስ ዚሚሰበኚውን ምሥራቜ ዚሚያደናቅፍ ምንም ነገር ላለመፍጠር ሁሉን ቜለን እንኖራለን።
ካልኊት ብኣኻትኩም ኪድገፉ መሰል እንተ ኣልይዎም፡ ንሕናዶ ግዳ ዝያዳ ዚብልናን፧ ግናኞ፡ ነቲ ብስራት ክርስቶስ ምእንቲ ኞይንዓግት፡ ኵሉ ንጻወር ኣለና እምበር፡ ነዚ መሰል እዚ ኣይተጠቐምናሉን።
63,527

63,528
am_tg
ቅዱስ አገልግሎት ዚሚያኚናውኑት ሰዎቜ ኚቀተ መቅደስ ዚሚያገኙትን ምግብ እንደሚመገቡ እንዲሁም ዘወትር በመሠዊያው ዚሚያገለግሉ ኚመሠዊያው ዚራሳ቞ውን ድርሻ እንደሚያገኙ አታውቁም?
እቶም ቅዱስ ዕዮ ዚዓይዩ ኻብቲ ናይ ቀተ መቕደስ ኹም ዚምገቡ፡ እቶም ኣብ መሰውኢ ብስሩዕ ዜገልግሉ እውን ካብቲ መሰውኢ ኾም ዚካፈሉዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
63,529

63,530
am_tg
በተመሳሳይም ምሥራቹን ዚሚያውጁ ሰዎቜ በምሥራቹ አማካኝነት በሚያገኙት ነገር እንዲኖሩ ጌታ አዟል።
ኚምኡ ድማ ጐይታ፡ እቶም ብስራት ዚሰብኩ በቲ ብስራት ኪናበሩ ኣዚዙ እዩ።
63,531

63,532
am_tg
ይሁን እንጂ እኔ ኚእነዚህ ዝግጅቶቜ በአንዱም አልተጠቀምኩም። እርግጥ ይህን ዚጻፍኩት እንዲህ ሊደሹግልኝ ይገባል ለማለት አይደለምፀ ማንም ሰው ዚምኮራበትን ነገር ኚሚያሳጣኝ ብሞት ይሻለኛልና!
ኣነ ግና ካብ ኹምዚ ዝኣመሰለ መሰናድዎ ሓንቲ እኳ ኣይተጠቐምኩን። ኚምኡ ምእንቲ ኺግበሚለይ ኢለ እውን ኣይኰንኩን እዚ ዝጞሓፍኩ፣ ሓደ እኳ ነቲ መመክሕዹይ ኚንቱ ኻብ ዚገብሮስ፡ ሙማት ይሕሾኒ!
63,533

63,534
am_tg
አሁን ምሥራቹን እዚሰበክሁ ብሆንም ለመኩራራት ምክንያት አይሆነኝምፀ እንዲህ ዚማድሚግ ግዎታ ተጥሎብኛልና። እንዲያውም ምሥራቹን ባልሰብክ ወዮልኝ!
ኣነ አበስር እንተ ኣለኹ፡ ግዲ ዀይኑኒ እዩ እሞ፡ ዝምክሓሉ ዚብለይን። እንተ ዘዚበሲሚ ግና፡ ወይለይ!
63,535

63,536
am_tg
ይህን በፈቃደኝነት ካኚናወንኩ ሜልማት አለኝፀ ይሁንና ሳልወድ ባደርገውም እንኳ ዚመጋቢነት አደራ ተጥሎብኛል።
እዚ ፈትዚ እንተ ገይሚዮ፡ ዓስቢ ኣሎኒ፣ ግናኞ፡ ዋላ እኳ ኞይፈቶኹ እንተ ገይሚዮ፡ እዚ ናይ ምምሕዳር ሓላፍነት እዚ ብሕድሪ ተዋሂቡኒ እዩ።
63,537

63,538
am_tg
ታዲያ ሜልማ቎ ምንድን ነው? ኚምሥራቹ ጋር በተያያዘ ሥልጣኔን አላግባብ እንዳልጠቀምበት ምሥራቹን በምሰብክበት ጊዜ ምሥራቹን ያለክፍያ ማቅሚብ ነው።
ዓስበይ ደኣ እንታይ እዩ፧ ኚበስር ኚለኹ፡ ነቲ ኣብቲ ብስራት ዘሎኒ ስልጣን ኚይብለጞሉ፡ ነቲ ብስራት ብናጻ ምስባኞይ እዩ።
63,539

63,540
am_tg
እኔ ኹሰው ሁሉ ነፃ ነኝፀ ሆኖም በተቻለ መጠን ብዙዎቜን እማርክ ዘንድ ራሎን ለሁሉ ባሪያ አደሚግኩ።
ካብ ኵሉ ሰብ ሓራ ኜነሰይሲ፡ ንመብዛሕትኊም ምእንቲ ኜሚብሕ፡ ንርእሰይ ባርያ ዅሎም ገይሚያ ኣለኹ።
63,541

63,542
am_tg
አይሁዳውያንን እማርክ ዘንድ ለአይሁዳውያን እንደ አይሁዳዊ ሆንኩፀ እኔ ራሎ በሕግ ሥር ባልሆንም እንኳ በሕግ ሥር ያሉትን እማርክ ዘንድ በሕግ ሥር ላሉት በሕግ ሥር እንዳለሁ ሆንኩ።
ንኣይሁድ ምእንቲ ኜሚብሕ፡ ምስ ኣይሁድ ኹም ኣይሁዳዊ ዀይነ፣ ትሕቲ ሕጊ ንዘለዉ ምእንቲ ኜሚብሕ ኚኣ፡ ምስቶም ትሕቲ ሕጊ ዘለዉ፡ ባዕለይ እኳ ትሕቲ ሕጊ ዘይኰንኩ ኜነሰይ፡ ኚምቲ ትሕቲ ሕጊ ዘሎ ዀይነ።
63,543

63,544
am_tg
በአምላክ ፊት ኹሕግ ነፃ ያልሆንኩና በክርስቶስ ፊት በሕግ ሥር ያለሁ ብሆንም እንኳ ሕግ ዹሌላቾውን እማርክ ዘንድ ሕግ ለሌላቾው ሕግ እንደሌለው ሰው ሆንኩ።
ሕጊ ንዘይብሎም ምእንቲ ኜሚብሕ፡ ምስቶም ሕጊ ዘይብሎም፡ ብክርስቶስ ትሕቲ ሕጊ እምበር፡ ብኣምላኜ ብዘይ ሕጊ ዘይኰንኩ ኜነሰይ፡ ኚምቶም ሕጊ ዘይብሎም ኰይነ።
63,545

63,546
am_tg
ደካሞቜን እማርክ ዘንድ ለደካሞቜ ደካማ ሆንኩ። በተቻለ መጠን ዹተወሰኑ ሰዎቜን አድን ዘንድ ለሁሉም ዓይነት ሰዎቜ ሁሉንም ነገር ሆንኩ።
ንድኹማት ምእንቲ ኜሚብሕ፡ ምስቶም ድኹማት ድኹም ኰይነ። ብዅሉ መገዲ ንገሊኩም ምእንቲ ኞድሕን፡ ንዅሎም ዓይነት ሰባት ኵሉ ዀይነ።
63,547

63,548
am_tg
ምሥራቹን ለሌሎቜ አካፍል ዘንድ ለምሥራቹ ስል ሁሉን ነገር አደርጋለሁ።
እዚ ዅሉ ግና ምእንቲ እቲ ብስራት፡ ማለት ንኻልኊት ምእንቲ ኞካፍሎ ኢለ እዚ ዝገብሮ።
63,549

63,550
am_tg
በሩጫ ውድድር ሁሉም እንደሚሮጡ፣ ሜልማቱን ዚሚያገኘው ግን አንዱ ብቻ እንደሆነ አታውቁም? እናንተም ሜልማቱን እንድታገኙ በዚሁ ሁኔታ ሩጡ።
ኣብ ቅድድም፡ ኵሎም ጐዚይቲ ኾም ዚጐይዩ፡ ነታ ሜልማት ግና ሓደ ጥራይ ኹም ዚወስዳዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ንስኻትኩም እውን ምእንቲ ኜትዕወቱ፡ ኚምኡ ጕዚዩ።
63,551

63,552
am_tg
በውድድር ዚሚሳተፍ ማንኛውም ሰው በሁሉም ነገር ራሱን ይገዛል። እነሱ ይህን ዚሚያደርጉት ዹሚጠፋውን አክሊል ለማግኘት ሲሆን እኛ ግን ዹማይጠፋውን አክሊል ለማግኘት ነው።
ዚወዳደር ዘበለ ዅሉ ድማ ብዅሉ ነገር ርእሱ ይገትእ እዩ። ንሳቶምሲ ሓላፊ ኣኜሊል ምእንቲ ኪቕበሉ እዮም ኚምኡ ዚገብሩ፣ ንሕና ግና ዘይሓልፍ።
63,553

63,554
am_tg
ስለዚህ እኔ ያለግብ አልሮጥምፀ ቡጢ ዹምሰነዝሹውም አዹር ለመምታት አይደለምፀ
ስለዚ፡ ብዘይ ዕላማ ኣይኰንኩን ዝጐዪ ዘለኹ፣ ንንፋስ ኹም ዝወቅዕ ኚኣ ኣይኰንኩን ዘጕስጥ ዘለኹ፣
63,555

63,556
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ለሌሎቜ ኹሰበክሁ በኋላ እኔ ራሎ በሆነ መንገድ ተቀባይነት እንዳላጣ ሰውነቮን እዚጎሰምኩ እንደ ባሪያ እንዲገዛልኝ አደርገዋለሁ።
ንኻልኊት ምስ ሰበኜኩ፡ ኣነ ባዕለይ ዘይብቑዕ ምእንቲ ኞይኚውን፡ ንሰብነተይ አጕስጊን አግዝኩን ኣለኹ።
63,557

63,558
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቜ፣ ዹአምላክን ቅዱስ ሚስጥር ለእናንተ ለመግለጜ በመጣሁ ጊዜ በንግግር ቜሎታ ወይም በጥበብ እናንተን ለማስደመም አልሞኚርኩም።
ኣሕዋተዚ፡ ኣነ ናባኻትኩም ኣብ ዝመጻእኩሉ እዋን፡ ነቲ ቕዱስ ምስጢር ኣምላኜ ብብሉጜ ዘሚባ ወይ ብጥበብ እናነገርኩ ኣይመጻእኩን።
63,559

63,560
am_tg
ኚእናንተ ጋር በነበርኩ ጊዜ ትኩሚ቎ን በኢዚሱስ ክርስቶስና በእሱ መሰቀል ላይ ብቻ ለማድሚግ ወስኜ ነበርና።
ምሳኻትኩም ኚለኹስ፡ ብዘይካ ዚሱስ ክርስቶስ፡ ንሱ ኞኣ እቲ እተሰቕለ፡ ካልእ ኚይፈልጥ እዚ ወሲነ።
63,561

63,562
am_tg
ወደ እናንተም ዚመጣሁት ደካማ ሆኜ እንዲሁም በፍርሃትና እጅግ በመንቀጥቀጥ ነበርፀ
ብድኻምን ብፍርሃትን ብብዙሕ ምንቅጥቃጥን ድማ እዚ ዝመጻእኩኹም፣
63,563

63,564
am_tg
ንግግሬም ሆነ ዚሰበክሁላቜሁ መልእክት ዚሚያባብል ዚጥበብ ቃል አልነበሚምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹአምላክን መንፈስና ኃይል ዚሚያሳይ ነበርፀ
ዘሚባይን ስብኚተይን ድማ ብመርኣያ መንፈስን ሓይልን እምበር፡ ብዚሓብል ቃላት ጥበብ ኣይነበሚን፣
63,565

63,566
am_tg
ይኾውም እምነታቜሁ በአምላክ ኃይል ላይ እንጂ በሰው ጥበብ ላይ ዹተመሠሹተ እንዳይሆን ነው።
እዚ ዝገበርኩ ኞኣ፡ እምነትኩም ብጥበብ ሰብ ዘይኰነስ፡ ብሓይሊ ኣምላኜ ምእንቲ ኜትኚውን እዚ።
63,567

63,568
am_tg
በመሆኑም በጎለመሱት መካኚል ስለ ጥበብ እንናገራለንፀ ሆኖም ዹምንናገሹው ዹዚህን ሥርዓት ጥበብ ወይም ዚሚጠፉትን ዹዚህን ሥርዓት ገዢዎቜ ጥበብ አይደለም።
ኣብ መንጎ እቶም ብሱላት፡ ጥበብ ንዛሚብ ኢና፣ ጥበብ እዚ ስርዓት እዚ ወይስ ጥበብ እቶም ዚሓልፉ ገዛእቲ እዚ ስርዓት እዚ ግና ኣይኰነን።
63,569

63,570
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ዹምንናገሹው በቅዱስ ሚስጥር ዹተገለጠውን ዹአምላክ ጥበብ ይኾውም አምላክ ለእኛ ክብር ኚዘመናት በፊት አስቀድሞ ዹወሰነውን ዹተሰወሹ ጥበብ ነው።
ዚግዳስ፡ እቲ ኣምላኜ ቅድሚ እዚ ስርዓት እዚ ንኜብርና ኣቐዲሙ ዝመደቊ፡ ሕቡእ ጥበብ ዝዀነ ኣብ ቅዱስ ምስጢር ዘሎ ጥበብ ኣምላኜ ኢና እንዛሚብ።
63,571

63,572
am_tg
ይህን ጥበብ ኹዚህ ሥርዓት ገዢዎቜ መካኚል አንዳ቞ውም አላወቁትምፀ ቢያውቁትማ ኖሮ ታላቅ ክብር ያለውን ጌታ ባልሰቀሉት ነበር።
ካብ ገዛእቲ እዚ ስርዓት እዚ ሓደ እኳ ነዚ ጥበብ እዚ ኣይፈለጊን፣ እንተ ዚፈልጥዎስ፡ ነቲ ኜቡር ጐይታ ኣይምሰቐልዎን ነይሮም።
63,573

63,574
am_tg
ይሁንና “አምላክ ለሚወዱት ያዘጋጃ቞ውን ነገሮቜ ዓይን አላዚም፣ ጆሮም አልሰማም፣ ዹሰውም ልብ አላሰበም” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
ግናኞ፡ ኚምቲ፡ “እቲ ኣምላኜ ነቶም ዜፍቅርዎ ዘዳለወሎም፡ ዓይኒ ኣይሚኣዚቶን፡ እዝኒ ኞኣ ኣይሰምዓቶን፡ ኣብ ልቢ ሰብ እውን ኣይተሓስበን” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።
63,575

63,576
am_tg
አምላክ እነዚህን ነገሮቜ በመንፈሱ አማካኝነት ዹገለጠው ለእኛ ነውናፀ ምክንያቱም መንፈስ ሁሉንም ነገሮቜ አልፎ ተርፎም ዹአምላክን ጥልቅ ነገሮቜ ይመሚምራል።
እቲ መንፈስሲ ንዅሉ፡ ንመዓሙቝ ኣምላኜ እኳ ኞይተሚፈ፡ ይምርምር እዩ እሞ፡ ኣምላኜ ብመንፈሱ ገይሩ ንዓና እዩ ገሊጹልና።
63,577

63,578
am_tg
ኚሰዎቜ መካኚል በአንድ ሰው ውስጥ ያለውን ነገር በውስጡ ካለው ዹሰውዹው መንፈስ በቀር ማን ሊያውቅ ይቜላል? በተመሳሳይም በአምላክ ውስጥ ያለውን ነገር ኹአምላክ መንፈስ በቀር ማንም አያውቅም።
እቲ ኣብ ሰብ ዘሎ ናይ ገዛእ ርእሱ መንፈስ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ኣብ ሰብ ዘሎ ዚፈልጥ እንታዋይ ሰብ እዩ፧ ኚምኡ ድማ መንፈስ ኣምላኜ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ነቲ ኣብ ኣምላኜ ዘሎ ሓደ እኳ ዚፈልጩ ዚልቊን።
63,579

63,580
am_tg
እኛ አምላክ በደግነት ዹሰጠንን ነገሮቜ ማወቅ እንድንቜል ኹአምላክ ዹሆነውን መንፈስ ተቀበልን እንጂ ዹዓለምን መንፈስ አልተቀበልንም።
ንሕና ኞኣ፡ እቲ ብኣምላኜ ብለውሃት እተዋህበና ምእንቲ ኜንፈልጥሲ፡ እቲ ኻብ ኣምላኜ ዝዀነ መንፈስ እምበር፡ መንፈስ ዓለም ኣይተቐበልናን።
63,581

63,582
am_tg
ደግሞም እነዚህን ነገሮቜ እንናገራለንፀ ዹምንናገሹው ግን ኹሰው ጥበብ በተማርነው ቃል አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ መንፈሳዊ ጉዳዮቜን በመንፈሳዊ ቃል ስናብራራ ኚመንፈስ በተማርነው ቃል እንናገራለን።
እዚ ድማ መንፈሳዊ ነገራት ብመንፈሳዊ ቓላት ጌርና ኜንገልጜ ኚለና፡ እቲ መንፈስ ብዚምህሚሉ ቓላት ኣቢልና እምበር፡ ጥበብ ሰብ ብዚምህሚሉ ቓላት ኣይኰንናን እንዛሚብ።
63,583

63,584
am_tg
ዓለማዊ ሰው ግን ኹአምላክ መንፈስ ዚሆኑትን ነገሮቜ አይቀበልምፀ እንዲህ ያሉት ነገሮቜ ለእሱ ሞኝነት ና቞ውናፀ በመንፈስ ዚሚመሚመሩ ስለሆኑም ሊሚዳ቞ው አይቜልም።
ግናኞ፡ ስጋዊ ሰብ ነቲ ናይ መንፈስ ኣምላኜ ዘበለ ኣይቅበሎን እዩ፣ እዝስ ንዕኡ ዕሜነት እዩ፣ ብመንፈሳዊ መዳይ ዚምርመር ስለ ዝዀነ ኞኣ፡ ኪፈልጊ ኣይክእልን እዩ።
63,585

63,586
am_tg
ይሁን እንጂ መንፈሳዊ ሰው ሁሉንም ነገር ይመሚምራልፀ እሱ ራሱ ግን በማንም ሰው አይመሚመርም።
ግናኞ፡ መንፈሳዊ ሰብ ንዅሉ ይምርምር እዩ፣ ንሱ ንባዕሉ ግና ብሓደ እኳ ኣይምርመርን እዩ።
63,587

63,588
am_tg
“ያስተምሚው ዘንድ ዹይሖዋን አስተሳሰብ ያወቀ ማን ነው?” ተብሏልናፀ እኛ ግን ዚክርስቶስ አስተሳሰብ አለን።
ኚመይሲ፡ “ምእንቲ ኺምህሮስ፡ ሓሳብ ዹሆዋ ዚፈልጥ መን እዩ፧” ንሕና ግና ሓሳብ ክርስቶስ ኣሎና።
63,589

63,590
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ አባቶቻቜን ሁሉ ኹደመና በታቜ እንደነበሩና ሁሉም በባሕር መካኚል እንዳለፉ ታውቁ ዘንድ እወዳለሁፀ
ኣሕዋተዚ፡ ኣቊታትና ዅላቶም ኣብ ትሕቲ ደበና ኾም ዝነበሩን ኵላቶም ባሕሪ ኾም እተሳገሩን፡ ክትፈልጡ እደልዚኩም እዚ፣
63,591

63,592
am_tg
ሁሉም ኹሙሮ ጋር በመተባበር በደመናውና በባሕሩ ተጠመቁፀ
ኵላቶም ድማ ብደበናን ብባሕርን ናብ ሙሮ ተጠሚቖም እዮም፣
63,593
tg_am
ኵላቶም ድማ ብደበናን ብባሕርን ናብ ሙሮ ተጠሚቖም እዮም፣
ሁሉም ኹሙሮ ጋር በመተባበር በደመናውና በባሕሩ ተጠመቁፀ
63,594
am_tg
ደግሞም ሁሉም አንድ ዓይነት መንፈሳዊ ምግብ ተመገቡፀ
ኵላቶም ኚኣ ሕደ መንፈሳዊ ምግቢ በሊዖም እዮም፣
63,595
tg_am
ኵላቶም ኚኣ ሕደ መንፈሳዊ ምግቢ በሊዖም እዮም፣
ደግሞም ሁሉም አንድ ዓይነት መንፈሳዊ ምግብ ተመገቡፀ
63,596
am_tg
በተጚማሪም ሁሉም አንድ ዓይነት መንፈሳዊ መጠጥ ጠጡ። ይኹተላቾው ኹነበሹው መንፈሳዊ ዓለት ይጠጡ ነበርናፀ ይህም ዓለት ክርስቶስን ያመለክታል።
ኵላቶም እውን ሕደ መንፈሳዊ መስተ ሰትዮም እዮም። ኚመይሲ፡ ካብቲ ዝሰዓቩም መንፈሳዊ ኾውሒ ሰትዮም እዮም፣ እቲ ኾውሒ ኞኣ ንክርስቶስ ዚመልክት።
63,597

63,598
am_tg
ይሁንና አምላክ በአብዛኞቹ ስላልተደሰተ በምድሚ በዳ ወድቀው ቀርተዋል።
ግናኞ፡ ኣምላኜ ብመብዛሕትኊም ባህ ኣይበሎን፣ ስለዚ፡ ኣብ በሚኻ ተወዲኊም እዮም።
63,599