Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
63,800
am_tg
ዹአምላክ ቃል ዚመጣው ኚእናንተ ነው? ወይስ ዹአምላክ ቃል ዹደሹሰው ወደ እናንተ ብቻ ነው?
ቃል ኣምላኜ ካባኻትኩም ድዩ ወጺኡ፧ ወይስ ክሳዕ ኣባኻትኩም ጥራይ ድዩ በጺሑ፧
63,801
tg_am

63,802
am_tg
ነቢይ እንደሆነ ወይም ዚመንፈስ ስጊታ እንዳለው ዚሚያስብ ሰው ካለ እነዚህ ዚጻፍኩላቜሁ ነገሮቜ ዚጌታ ትእዛዛት መሆናቾውን አምኖ ይቀበል።
ነብዪ ዝዀነ ወይ ውህበት መንፈስ ዘለዎ ዚመስሎ እንተሎ፡ እዚ ዝጜሕፈልኩም ዘለኹ ትእዛዛት ጐይታ ምዃኑ ይቀበሎ።
63,803

63,804
am_tg
ሆኖም ይህን ቜላ ዹሚል ካለ እሱም ቜላ ይባላል።
እቲ ነዚ ዕሜሜ ዚብሎ ግና፡ ዕሜሜ ኪብሃል እዩ።
63,805
tg_am
እቲ ነዚ ዕሜሜ ዚብሎ ግና፡ ዕሜሜ ኪብሃል እዩ።
ሆኖም ይህን ቜላ ዹሚል ካለ እሱም ቜላ ይባላል።
63,806
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቌ፣ ትንቢት ለመናገር ጥሚት አድርጉፀ ይሁንና በልሳኖቜ መናገርንም አትኚልክሉ።
ስለዚ፡ ኣሕዋተዚ፡ ክትንበዩ ብቐጻሊ ጜዓቱ፣ ብቛንቋታት ምዝራብ ድማ ኣይትኞልክሉ።
63,807

63,808
am_tg
ሆኖም ሁሉም ነገር በአግባብና በሥርዓት ይሁን።
ግናኞ፡ ኵሉ ብኣገባብን ብስርዓትን ይኹን።
63,809
tg_am
ግናኞ፡ ኵሉ ብኣገባብን ብስርዓትን ይኹን።
ሆኖም ሁሉም ነገር በአግባብና በሥርዓት ይሁን።
63,810
am_tg
አሁን ደግሞ ወንድሞቜ፣ ዚነገርኳቜሁን ምሥራቜ ላስታውሳቜሁ እወዳለሁፀ ይህ ምሥራቜ እናንተም ዚተቀበላቜሁትና ዚቆማቜሁለት ነው።
ኣሕዋተዚ፡ ብዛዕባ እቲ ዘበሰርኩኹምን እተቐበልኩምዎን ቌምኩምሉ ዘለኹምን ብስራት አዘኻኜሚኩም ኣለኹ።
63,811

63,812
am_tg
በተጚማሪም እኔ ዚነገርኳቜሁን ምሥራቜ አጥብቃቜሁ ዚምትይዙ ኹሆነ በምሥራቹ ትድናላቜሁፀ አለዚያ አማኝ ዚሆናቜሁት በኚንቱ ነው ማለት ነው።
ነቲ ዘበሰርኩኹም ኣጜኒዕኩም ሒዝኩምዎ እንተ ኣሊኹም እውን፡ ብእኡ ትድሕኑ ኣለኹም፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንኞንቱ ኢኹም ኣሚንኩም።
63,813

63,814
am_tg
እኔ ዚተቀበልኩትን ኹሁሉ በላይ ዹሆነውን ነገር ለእናንተ አስተላልፌአለሁናፀ ይኾውም ቅዱሳን መጻሕፍት እንደሚሉት ክርስቶስ ስለ ኃጢአታቜን ሞተፀ
እቲ እተቐበልክዎስ፡ ቅድሚ ዅሉ ኣመሓላሊፈልኩም እዚ፣ ማለት ኚምቲ ቕዱሳት ጜሑፋት ዚብሎ፡ ክርስቶስ ምእንቲ ሓጢኣትና ሞይቱ እዩ፣
63,815

63,816
am_tg
ደግሞም ተቀበሚፀ ቅዱሳን መጻሕፍት እንደሚሉትም በሊስተኛው ቀን ተነሳፀ
ተቐቢሩ ኞኣ እዩ፣ ኚምቲ ቕዱሳት ጜሑፋት ዚብሎ ድማ፡ ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ተንሲኡ እዩ፣
63,817

63,818
am_tg
ለኬፋ ኚዚያም ለአሥራ ሁለቱ ታዚ።
ንኬፋ፡ ደሓር እውን ነቶም ዓሰርተው ክልተ ተራእይዎም።
63,819
tg_am
ንኬፋ፡ ደሓር እውን ነቶም ዓሰርተው ክልተ ተራእይዎም።
ለኬፋ ኚዚያም ለአሥራ ሁለቱ ታዚ።
63,820
am_tg
በኋላ ደግሞ በአንድ ጊዜ ኹ500 ለሚበልጡ ወንድሞቜ ዚታዚ ሲሆን አንዳንዶቹ በሞት ቢያንቀላፉም አብዛኞቹ ግን አሁንም ኚእኛ ጋር አሉ።
ድሕሪኡ፡ ካብ 500 ንዚበዝሑ ኣሕዋት ብሓንሳእ ተራእይዎም፣ መብዛሕትኊም ክሳዕ ሎሚ ኣለዉ፡ ገሊኣቶም ግና ሞይቶም ኣለዉ።
63,821

63,822
am_tg
ኚዚያም ለያዕቆብ ታዚፀ ቀጥሎም ለሐዋርያቱ በሙሉ ታዚ።
ድሕሪኡ፡ ንያእቆብ፡ ድሕሪኡ ኞኣ ንዅሎም ሃዋርያት ተራእይዎም።
63,823
tg_am
ድሕሪኡ፡ ንያእቆብ፡ ድሕሪኡ ኞኣ ንዅሎም ሃዋርያት ተራእይዎም።
ኚዚያም ለያዕቆብ ታዚፀ ቀጥሎም ለሐዋርያቱ በሙሉ ታዚ።
63,824
am_tg
በመጚሚሻ ደግሞ እንደ ጭንጋፍ ለምቆጠር ለእኔ ተገለጠልኝ።
ድሕሪ ዅላቶም ድማ ንዓይ፡ ኹም ንቝላዕ ተራእዩኒ።
63,825
tg_am
ድሕሪ ዅላቶም ድማ ንዓይ፡ ኹም ንቝላዕ ተራእዩኒ።
በመጚሚሻ ደግሞ እንደ ጭንጋፍ ለምቆጠር ለእኔ ተገለጠልኝ።
63,826
am_tg
እኔ ዹአምላክን ጉባኀ አሳድድ ስለነበር ኚሐዋርያት ሁሉ ዚማንስና ሐዋርያ ተብዬ ልጠራ ዚማይገባኝ ነኝ።
ኣነስ ካብ ኵሎም ሃዋርያት ዝነኣስኩ እዚ፣ ንጉባኀ ኣምላኜ ስለ ዝሰጐጕክዋ ኞኣ፡ ሃዋርያ ኜብሃል ብቑዕ ኣይኰንኩን።
63,827

63,828
am_tg
ሆኖም አሁን ዚሆንኩትን ለመሆን ዚበቃሁት በአምላክ ጾጋ ነው። አምላክ ለእኔ ያሳዚው ጾጋም ኚንቱ ሆኖ አልቀሚምፀ እንዲያውም ኹሁሉም ዹበለጠ በትጋት ሠርቻለሁፀ ይሁንና ይህን ያደሚገው ኚእኔ ጋር ያለው ዹአምላክ ጾጋ ነው እንጂ እኔ አይደለሁም።
ብጞጋ ኣምላኜ ግና ኹምዚ ዀይነዮ ዘለኹ ዀይነ ኣለኹ። እቲ ንዓይ እተዋህበ ጞጋኡ ድማ ኚንቱ ኣይኰነን፣ እኳ ደኣስ፡ ሓለፋ ዅላቶም ጜዒሚ እዚ፣ ግናኞ፡ እቲ ምሳይ ዘሎ ጾጋ ኣምላኜ እዩ እምበር፡ ኣነ ኣይኰንኩን።
63,829

63,830
am_tg
እንግዲህ እኔም ሆንኩ እነሱ ዚምንሰብኚው በዚህ መንገድ ነውፀ እናንተም ያመናቜሁት በዚህ መንገድ ነው።
እምበኣር፡ ኣነ ዀንኩ ንሳቶም፡ ኹምዚ ጌርና ኢና እንሰብኜ፡ ኹምዚ ጌርኩም ኚኣ ኢኹም እትኣምኑ።
63,831

63,832
am_tg
ታዲያ ክርስቶስ ኚሞት እንደተነሳ እዚተሰበኚ ኹሆነ ኚእናንተ መካኚል አንዳንዶቹ እንዎት ዚሙታን ትንሣኀ ዹለም ይላሉ?
ክርስቶስ ካብ ምዉታት ኹም ዝተንስአ ኻብ ዚስበኜ ደኣ፡ ኹመይ ኢሎም እዮም ገለ ኻባኻትኩም፡ ‘ትንሳኀ ምዉታት ዹልቩን’ ዚብሉ ዘለዉ፧
63,833

63,834
am_tg
ዚሙታን ትንሣኀ ኹሌለማ ክርስቶስም አልተነሳም ማለት ነዋ!
ትንሳኀ ምዉታት ዘዹልቩ እንተ ዀይኑስ፡ ክርስቶስ እውን ኣይተንስአን።
63,835

63,836
am_tg
ክርስቶስ ካልተነሳ ደግሞ ስብኚታቜን ኚንቱ ነውፀ እምነታቜሁም ኚንቱ ነው።
ክርስቶስ ዘይተንስአ እንተ ዀይኑ ድማ፡ ስብኚትና ኞንቱ እዩ፣ እምነትኩም እውን ኚንቱ እያ።
63,837

63,838
am_tg
ኹዚህም በተጚማሪ ሙታን በእርግጥ ዚማይነሱ ኹሆነ አምላክ ክርስቶስን ኚሞት ስላላስነሳው፣ ክርስቶስን አስነስቶታል ብለን ስንመሠክር ሐሰተኞቜ ዹአምላክ ምሥክሮቜ ሆነን ተገኝተናል ማለት ነው።
ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖም ኚኣ፡ ኣምላኜ ነቲ ዘዚተንስኊ ክርስቶስ ኹም ዘተንስኊ ስለ ዝመስኚርና፡ ሓሰውቲ መሰኻኜር ኣምላኜ ኮንና ንርኚብ ኢና።
63,839

63,840
am_tg
ምክንያቱም ሙታን ዚማይነሱ ኹሆነ ክርስቶስም ኚሞት አልተነሳም ማለት ይሆናል።
ኚመይሲ፡ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖም፡ ክርስቶስ እውን ኣይተንስአን።
63,841

63,842
am_tg
ክርስቶስ ካልተነሳ ደግሞ እምነታቜሁ ኚንቱ ነውፀ እናንተም ኚነኃጢአታቜሁ ትኖራላቜሁ።
ክርስቶስ ዘይተንስአ እንተ ዀይኑ ድማ፡ እምነትኩም ኚንቱ እያ፣ ንስኻትኩም ገና ኣብ ሓጢኣትኩም ኣለኹም።
63,843

63,844
am_tg
ዚክርስቶስ ደቀ መዛሙርት ሆነው በሞት ያንቀላፉትም ለዘላለሙ ጠፍተዋል ማለት ነው።
እቶም ምስ ክርስቶስ ሓድነት ኣልይዎም ዝሞቱ እውን ጠፊኩም እዮም።
63,845

63,846
am_tg
በክርስቶስ ተስፋ ያደሚግነው ለዚህ ሕይወት ብቻ ኹሆነ ኹሰው ሁሉ ይልቅ ዚምናሳዝን ነን።
ኣብዛ ህይወት እዚኣ ጥራይ ብክርስቶስ ተስፋ እንተ ጌርና፡ ካብ ኵሉ ሰብ እነደንግጜ ምዀንና ኔርና።
63,847

63,848
am_tg
ይሁንና ክርስቶስ በሞት ካንቀላፉት በኩራት ሆኖ ኚሞት ተነስቷል።
ሕጂ ግና፡ ክርስቶስ በዅሪ እቶም ዝሞቱ ዀይኑ፡ ካብ ምዉታት ተንሲኡ ኣሎ።
63,849

63,850
am_tg
ሞት ዚመጣው በአንድ ሰው በኩል ስለሆነ ዚሙታን ትንሣኀም በአንድ ሰው በኩል ነው።
ኚመይሲ፡ ኚምቲ ሞት ብሓደ ሰብ ዝመጞ፡ ትንሳኀ ምዉታት እውን ብሓደ ሰብ እዩ ዝመጞ።
63,851

63,852
am_tg
ሁሉም በአዳም እንደሚሞቱ ሁሉም በክርስቶስ ሕያው ይሆናሉና።
ኚምቲ ዅላቶም ብኣዳም ዝሞቱ፡ ኚምኡ ድማ ኵላቶም ብክርስቶስ ህያዋን ኪዀኑ እዮም።
63,853

63,854
am_tg
ሆኖም እያንዳንዱ በራሱ ተራ ይሆናል፩ ክርስቶስ በኩራት ነውፀ በመቀጠል ደግሞ ክርስቶስ በሚገኝበት ጊዜ ዚእሱ ዚሆኑት ሕያዋን ይሆናሉ።
ግናኞ፡ ነፍሲ ወኹፍ በብመስርዑ እዩፊ ክርስቶስ ኹም በዅሪ፣ ደሓር ኚኣ እቶም ናይ ክርስቶስ ዘበሉ፡ ንሱ ኣብዚ ኣብ ዚህልወሉ እዋን።
63,855

63,856
am_tg
ኚዚያም ማንኛውንም መስተዳድር እንዲሁም ሥልጣንን ሁሉና ኃይልን አጥፍቶ መንግሥቱን ለአምላኩና ለአባቱ በሚያስሚክብበት ጊዜ ፍጻሜ ይሆናል።
ቀጺሉ፡ ንዅሉ መንግስትን ንዅሉ ስልጣንን ሓይልን ምስ ሰዓሚ፡ ነታ መንግስቲ ንኣምላኹን ንኣቊኡን ምስ ኣሚኚባ፡ መወዳእታ ይኞውን።
63,857

63,858
am_tg
አምላክ ጠላቶቜን ሁሉ ኚእግሩ በታቜ እስኪያደርግለት ድሚስ ንጉሥ ሆኖ ሊገዛ ይገባዋልና።
ምኜንያቱ፡ ኣምላኜ ንዅሎም ጞላእቲ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ኜሳዕ ዚገብሚሉ፡ ኪነግስ ይግብኊ እዩ።
63,859

63,860
am_tg
ዚመጚሚሻው ጠላት፣ ሞት ይደመሰሳል።
እቲ ዚሰዓር ናይ መወዳእታ ጞላኢ እውን ሞት እዩ።
63,861
tg_am
እቲ ዚሰዓር ናይ መወዳእታ ጞላኢ እውን ሞት እዩ።
ዚመጚሚሻው ጠላት፣ ሞት ይደመሰሳል።
63,862
am_tg
አምላክ “ሁሉንም ነገር ኚእግሩ በታቜ አስገዝቶለታልና።” ሆኖም ‘ሁሉም ነገር ተገዝቷል’ ሲል ሁሉንም ነገር ያስገዛለትን እንደማይጚምር ግልጜ ነው።
ኚመይሲ፡ ኣምላኜ “ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ኣግዚእዎ እዩ።” ‘ኵሉ ተገዚእዎ’ ኺብል ኹሎ ግና፡ እዚ ነቲ ዅሉ ዘግዝኩ ኾም ዘዹጠቓልል ርዱእ እዩ።
63,863

63,864
am_tg
ይሁንና ሁሉም ነገር ኚተገዛለት በኋላ ወልድ ራሱ ሁሉን ነገር ላስገዛለት ራሱን ያስገዛልፀ ይህም አምላክ ለሁሉም ሁሉንም ነገር እንዲሆን ነው።
ኵሉ ምስ ተገዝኩ ግና፡ ኣምላኜ ንዅሉ፡ ኵሉ ምእንቲ ኪኞውን፡ ሜዑ እቲ ወዲ ባዕሉ ነቲ ዅሉ ዘግዘኩ ኺግዛእ እዩ።
63,865

63,866
am_tg
አለዚያማ ለመሞት ብለው በመጠመቅ ምን ዚሚያተርፉት ነገር ይኖራል? ሙታን ፈጜሞ ዚማይነሱ ኹሆነ እነሱም ለመሞት ብለው ዚሚጠመቁበት ምን ምክንያት አለ?
እንተ ዘይኰነስ፡ እቶም ምእንቲ ኺሞቱ ዚጥመቑ ደኣ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ፧ ብሱሩ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖምሲ፡ ስለምንታይ ደኣ ኞምኡ ኪዀኑ ኢሎም ዚጥመቑ፧
63,867

63,868
am_tg
እኛስ ሁልጊዜ ለአደጋ ተጋልጠን ዹምንኖሹው ለምንድን ነው?
ስለምንታይኚ ዅሉ ግዜ ኣብ ሓደጋ እንኞውን፧
63,869
tg_am
ስለምንታይኚ ዅሉ ግዜ ኣብ ሓደጋ እንኞውን፧
እኛስ ሁልጊዜ ለአደጋ ተጋልጠን ዹምንኖሹው ለምንድን ነው?
63,870
am_tg
እኔ በዹቀኑ ሞትን እጋፈጣለሁ። ወንድሞቜ፣ ይህ እውነት መሆኑን ዚጌታቜን ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ደቀ መዛሙርት በሆናቜሁት በእናንተ ላይ ባለኝ ትምክህት አሚጋግጥላቜኋለሁ።
መዓልቲ መዓልቲ ምስ ሞት እጓነፍ እዚ። ኣሕዋተዚ፡ እዚ ድማ ኚምቲ ብክርስቶስ ዚሱስ ጐይታና ብኣኻትኩም ዘሎኒ ፍስሃ፡ እተሚጋገጞ እዩ።
63,871

63,872
am_tg
እንደ ሌሎቜ ሰዎቜ በኀፌሶን ኚአውሬዎቜ ጋር ኚታገልኩ፣ እንዲህ ማድሚጌ ለእኔ ምን ይጠቅመኛል? ሙታን ዚማይነሱ ኹሆነማ “ነገ ስለምንሞት እንብላ፣ እንጠጣ።”
ኹም ካልኊት ሰባት ኣብ ኀፌሶን ምስ ኣራዊት እንተ ገጠምኩ፡ እንታይ ይጠቕመኒ፧ ምዉታት ዘይትንስኡ እንተ ዀይኖምሲ፡ “ጜባሕ ክንመውት ኢና እሞ፡ ንብላዕን ንስተን።”
63,873

63,874
am_tg
አትታለሉ። መጥፎ ጓደኝነት መልካሙን አመል ያበላሻል።
ኣይትታለሉ። ሕማቕ ዕርክነት ንጜቡቕ ልማድ ዚበላሜዎ እዩ።
63,875
tg_am
ኣይትታለሉ። ሕማቕ ዕርክነት ንጜቡቕ ልማድ ዚበላሜዎ እዩ።
አትታለሉ። መጥፎ ጓደኝነት መልካሙን አመል ያበላሻል።
63,876
am_tg
ጜድቅ ዹሆነውን በማድሚግ ወደ ልቊናቜሁ ተመለሱፀ ኃጢአት መሥራትን ልማድ አታድርጉፀ አንዳንዶቜ ስለ አምላክ አያውቁምና። ይህን ዚምላቜሁ ላሳፍራቜሁ ብዬ ነው።
ገሊኩም ፍልጠት ኣምላኜ ዚብሎምን እሞ፡ ንጜድቂ ንቕሑ፡ ብሓጢኣት እውን ኣይትመላለሱ። ኚሕፍሚኩም ኢለ እዚ እዚ ዝብል ዘለኹ።
63,877

63,878
am_tg
ይሁንና አንድ ሰው “ሙታን ዚሚነሱት እንዎት ነው? ኚሞት ዚሚነሱትስ ምን ዓይነት አካል ይዘው ነው?” ይል ይሆናል።
ሓደ ግና፡ “ምዉታት ኹመይ ኢሎም እዮም ዚትንስኡ፧ ብኞመይ ዝበለ ኣካልኚ እዮም ዚመጹ፧” ይብል ይኞውን።
63,879

63,880
am_tg
አንተ ማስተዋል ዹጎደለህ! ዚምትዘራው መጀመሪያ ካልሞተ ሕያው ሊሆን አይቜልም።
ኣታ ዓሻ፡ እቲ እትዘርኊ ኾይሞተ ህያው ኣይኚውንን እዩ።
63,881

63,882
am_tg
ደግሞም ስንዎም ሆነ ሌላ ዓይነት እህል ስትዘራ ዚምትዘራው ዘሩን እንጂ በኋላ ዚሚያድገውን አካል አይደለምፀ
እቲ እትዘርኊ ድማ ናይ ስርናይ ወይ ናይ ካልእ ዓይነት ዘርኢ ጥራይ እምበር፡ እቲ ኣካል ዚኾውን ኣይኰንካን እትዘርእ፣
63,883

63,884
am_tg
ሆኖም አምላክ ዹፈለገውን አካል ይሰጠዋልፀ ለእያንዳንዱም ዘር ዚራሱን አካል ይሰጠዋል።
ኣምላኜ ግና ኹም ዝደለዮ ገይሩ እዩ ኣካል ዚህቊ፣ ንነፍሲ ወኹፍ ዘርኢ እውን ኣኣካሉ ይህቊ።
63,885

63,886
am_tg
ሥጋ ሁሉ አንድ ዓይነት አይደለምፀ በመሆኑም ዹሰው ሥጋ አለ፣ ዚኚብት ሥጋ አለ፣ ዚወፎቜ ሥጋ አለ እንዲሁም ዚዓሣ ሥጋ አለ።
ስጋ ሰብ በይኑ፡ ስጋ ኞብቲ በይኑ፡ ስጋ ኣዕዋፍ በይኑ፡ ስጋ ዓሳ እውን በይኑ እዩ እምበር፡ ኵሉ ስጋስ ሓደ ዓይነት ስጋ ኣይኰነን።
63,887

63,888
am_tg
በተጚማሪም ሰማያዊ አካላት አሉፀ ምድራዊ አካላትም አሉፀ ሆኖም ዹሰማይ አካላት ዚራሳ቞ው ክብር አላ቞ውፀ ዚምድር አካላት ደግሞ ሌላ ዓይነት ክብር አላ቞ው።
ሰማያውያን ኣካላት ድማ ኣለዉ፡ ምድራውያን ኣካላት ኚኣ ኣለዉ፣ ግናኞ፡ ክብሪ እቶም ሰማያውያን ኣካላት በይኑ፡ ክብሪ እቶም ምድራውያን ኣካላት እውን በይኑ እዩ።
63,889

63,890
am_tg
ፀሐይ ዚራሷ ክብር አላትፀ ጹሹቃ ደግሞ ሌላ ዓይነት ክብር አላትፀ ኚዋክብትም ሌላ ዓይነት ክብር አላ቞ውፀ እንዲያውም ዚአንዱ ኮኚብ ክብር ኹሌላው ኮኚብ ክብር ይለያል።
ክብሪ ጾሓይ በይኑ፡ ክብሪ ወርሒ በይኑ፡ ክብሪ ኞዋኜብቲ እውን በይኑ እዩ፣ እኳ ደኣ፡ ብኜብርስ ኰዀብ ካብ ኰዀብ ይበልጜ እዩ።
63,891

63,892
am_tg
ስለዚህ ዚሙታን ትንሣኀም እንደዚሁ ነው። ዚሚዘራው ዚሚበሰብስ ነውፀ ዚሚነሳው ዚማይበሰብስ ነው።
ትንሳኀ ምዉታት እውን ኚምኡ እዩ። ብዚሓልፍ ይዝራእ፡ ብዘይሓልፍ ይትንስእ።
63,893

63,894
am_tg
ዚሚዘራው በውርደት ነውፀ ዚሚነሳው በክብር ነው። ዚሚዘራው በድካም ነውፀ ዚሚነሳው በኃይል ነው።
ብውርደት ይዝራእ፡ ብኜብሪ ይትንስእ። ብድኻም ይዝራእ፡ ብሓይሊ ይትንስእ።
63,895

63,896
am_tg
ዚሚዘራው ሥጋዊ አካል ነውፀ ዚሚነሳው መንፈሳዊ አካል ነው። ሥጋዊ አካል ካለ መንፈሳዊ አካልም አለ።
ስጋዊ ኣካል ይዝራእ፡ መንፈሳዊ ኣካል ይትንስእ። ስጋዊ ኣካል ካብ ዚህሉ፡ መንፈሳዊ ኣካል እውን ኣሎ።
63,897

63,898
am_tg
ስለዚህ “ዚመጀመሪያው ሰው አዳም ሕያው ሰው ሆነ” ተብሎ ተጜፏል። ዹኋለኛው አዳም ሕይወት ዚሚሰጥ መንፈስ ሆነ።
ስለዚ፡ “እቲ ቐዳማይ ሰብ፡ ኣዳም፡ ህያው ፍጡር ኰነ” ዚብል ተጻሒፉ ኣሎ። እቲ ዳሕሚዋይ ኣዳም፡ ህያው ዚገብር መንፈስ ኰይኑ እዩ።
63,899