Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,000
am_tg
አካል በሙሉ ዓይን ቢሆን ኖሮ እንዎት መስማት ይቻል ነበር? አካል በሙሉ ጆሮ ቢሆን ኖሮስ እንዎት ማሜተት ይቻል ነበር?
ብዘሎ እቲ ሰብነት ዓይኒ እንተ ዚኞውን፡ ምስማዕ ኣበይ ምተሚኜበ፧ ኵሉ ምስማዕ እንተ ዚኞውንኚ፡ ምሜታት ኣበይ ምተሚኜበ፧
64,001
tg_am

64,002
am_tg
ሆኖም አምላክ እያንዳንዱን ዚአካል ክፍል እሱ በፈለገው ቊታ መድቊታል።
ሕጂ ግና ኣምላኜ ንነፍሲ ወኹፍ ኣካላት ሰብነት ኹም ዝደለዮ ገይሩ ሰሪዕዎ ኣሎ።
64,003

64,004
am_tg
ዚአካል ክፍሎቜ ሁሉ አንድ ዓይነት ቢሆኑ ኖሮ ሙሉ አካል ኚዚት ይገኝ ነበር?
ኵሉ ሕደ ኣካል ጥራይ እንተ ዚኞውን፡ ሰብነት ኣበይ ምሃለወ፧
64,005

64,006
am_tg
አሁን ግን ዚአካል ክፍሎቜ ብዙ ቢሆኑም አካል ግን አንድ ነው።
ሕጂ ግና እቲ ኣካላት ብዙሕ ክነሱ፡ እቲ ሰብነት ሓደ እዩ።
64,007
tg_am
ሕጂ ግና እቲ ኣካላት ብዙሕ ክነሱ፡ እቲ ሰብነት ሓደ እዩ።
አሁን ግን ዚአካል ክፍሎቜ ብዙ ቢሆኑም አካል ግን አንድ ነው።
64,008
am_tg
ዓይን እጅን “አንተ አታስፈልገኝም” ሊለው አይቜልምፀ ወይም ደግሞ ራስ እግርን “አንተ አታስፈልገኝም” ሊለው አይቜልም።
ዓይኒ ንኢድ፡ “ኣይደልዚክን” ክትብላ ኣይትኜእልን እያ፣ ወይስ ርእሲ ንኣእጋር፡ “ኣይደልዚኩምን” ኪብሎም ኣይክእልን እዩ።
64,009

64,010
am_tg
እንዲያውም ደካማ ዚሚመስሉት ዚአካል ክፍሎቜ በጣም አስፈላጊ ና቞ውፀ
እኳ ደኣስ፡ እቶም ድኹማት ዚመስሉ ኣካላት ሰብነት እዮም ዜድልዩ፣
64,011

64,012
am_tg
እምብዛም ክብር ዹላቾውም ብለን ዚምናስባ቞ውን ዚአካል ክፍሎቜ ዹበለጠ ክብር እንሰጣ቞ዋለንፀ በመሆኑም ዚምናፍርባ቞ውን ዚአካል ክፍሎቜ ይበልጥ በክብር እንይዛ቞ዋለንፀ
ነቲ ሕሱር ዚመስለና ኜፍሊ ሰብነትና ኞኣ፡ ብዝያዳ ኜብሪ ንኹናኾኖ ኢና፣ እቲ ዘይምዕሩግ ኣካላትና እውን ብዝያዳ ይኜበር እዩ፣
64,013

64,014
am_tg
በአንጻሩ ደግሞ ዚሚያምሩት ዚአካል ክፍሎቻቜን ምንም አያስፈልጋ቞ውም። ይሁንና አምላክ ክብር ዚሚጎድለውን ዚአካል ክፍል ታላቅ ክብር በማልበስ አካልን ገንብቷልፀ
እቲ ምዕሩግ ኣካላትና ግና እዚ ኣዚድልዮን እዩ። ግናኞ፡ ኣምላኜ ነቲ ኜብሪ ዝጐደሎ ኣካል ዝያዳ ኜብሪ እናሃበ፡ ነቲ ሰብነት ኣጋጢምዎ ኣሎ፣
64,015

64,016
am_tg
ይህን ያደሚገው በአካል መካኚል ክፍፍል እንዳይኖር፣ ኹዚህ ይልቅ ዚአካል ክፍሎቜ በእኩል ደሹጃ አንዳ቞ው ለሌላው አሳቢነት እንዲያሳዩ ነው።
ኚምኡ ዝገበሹ ኞኣ፡ እቲ ኣካላት ንሓድሕዱ ምእንቲ ኺተሓላለ እምበር፡ ኣብቲ ሰብነት ፍልልይ ምእንቲ ኾይኹውን እዩ።
64,017

64,018
am_tg
አንድ ዚአካል ክፍል ቢሠቃይ ሌሎቹ ዚአካል ክፍሎቜ በሙሉ አብሚውት ይሠቃያሉፀ ወይም አንድ ዚአካል ክፍል ክብር ቢያገኝ ሌሎቹ ዚአካል ክፍሎቜ በሙሉ አብሚውት ይደሰታሉ።
ሓደ ኣካል እንተ ተሳቕዩ ኞኣ፡ ኵሉ ኣካላት ምስኡ ይሳቐ እዩ፣ ወይስ ሓደ ኣካል እንተ ኞቢሩ፡ ኵሉ ኣካላት ምስኡ ይሕጐስ እዩ።
64,019

64,020
am_tg
እንግዲህ እናንተም ዚክርስቶስ አካል ናቜሁፀ እያንዳንዳቜሁም በግለሰብ ደሹጃ ዚአካሉ ክፍል ናቜሁ።
ንስኻትኩም ድማ ሰብነት ክርስቶስ ኢኹም፣ ነፍሲ ወኚፍኩም ኚኣ በብውልቂ ኣካላት ኢኹም።
64,021

64,022
am_tg
አምላክ ዚተለያዩ ዚአካል ክፍሎቜን ይኾውም አንደኛ ሐዋርያትን፣ ሁለተኛ ነቢያትን፣ ሊስተኛ አስተማሪዎቜን፣ ኚዚያም ተአምር ዚሚፈጜሙትን፣ ኚዚያም ዚመፈወስ ስጊታ ያላ቞ውን፣ ጠቃሚ አገልግሎት ዚሚያኚናውኑትን፣ ዚመምራት ቜሎታ ያላ቞ውንና በተለያዩ ልሳኖቜ ዚሚናገሩትን በጉባኀ ውስጥ መድቧል።
ኣምላኜ ድማ ኣብ ጉባኀ እተፈላለዚ ኣካላት ሰሪዑ ኣሎፊ ቀዳማይ፡ ሃዋርያት፣ ካልኣይ፡ ነብያት፣ ሳልሳይ፡ መምህራን፣ ድሕሪኡ፡ ግብርታት ሓይሊ፣ ድሕሪኡ፡ ውህበት ምፍዋስ፣ ሓጋዚ ኣገልግሎት፡ ክእለት ምምራሕ፡ እተፈላለዚ ቛንቋታት።
64,023

64,024
am_tg
ሁሉ ሐዋርያት ናቾው? ሁሉስ ነቢያት ናቾው? ሁሉስ አስተማሪዎቜ ናቾው? ሁሉስ ተአምር ይሠራሉ?
ኵላቶምዶ ሃዋርያት እዮም፧ ኵላቶምዶ ነብያት እዮም፧ ኵላቶምዶ መምህራን እዮም፧ ኵላቶምዶ ግብርታት ሓይሊ ይገብሩ እዮም፧
64,025

64,026
am_tg
ሁሉስ ዚመፈወስ ስጊታ አላቾው? ሁሉስ በልሳን ይናገራሉ? ሁሉስ ተርጓሚዎቜ ናቾው?
ኵላቶምዶ ውህበት ምፍዋስ ኣለዎም እዩ፧ ኵላቶምዶ ብቛንቋታት ይዛሚቡ እዮም፧ ኵላቶምዶኞ ይትርጕሙ እዮም፧
64,027

64,028
am_tg
ይሁንና ብልጫ ያላ቞ውን ስጊታዎቜ ለማግኘት ጥሚት ማድሚጋቜሁን ቀጥሉ። ደግሞም ኹሁሉ ዹላቀውን መንገድ አሳያቜኋለሁ።
ነተን ዝዓበያ ውህበታት ደኣ ብቐጻሊ ጜዓቱ። ገና ኞኣ ዝበለጾ መገዲ ኜሕብሚኩም እዚ።
64,029

64,030
am_tg
ኚእናንተ መካኚል አንዱ ኹሌላው ጋር ዚሚኚራኚርበት ጉዳይ ቢኖሚው፣ ጉዳዩን በቅዱሳን ፊት በማቅሚብ ፋንታ በዓመፀኛ ሰዎቜ ፊት ለማቅሚብ ፍርድ ቀት ለመሄድ እንዎት ይደፍራል?
ካባኻትኩም፡ ሓደ ምስቲ ኻልእ ነገር እንተ ኣልይዎ፡ ኣብ ቅድሚ ቕዱሳት ዘይኰነስ፡ ኣብ ቅድሚ ዓመጜቲዶ ኺፋሚድ ይደፍር እዩ፧
64,031

64,032
am_tg
ወይስ ቅዱሳን በዓለም ላይ እንደሚፈርዱ አታውቁም? ታዲያ እናንተ በዓለም ላይ ዚምትፈርዱ ኹሆነ በጣም ተራ ዹሆኑ ጉዳዮቜን ለመዳኘት አትበቁም?
ወይስ እቶም ቅዱሳት ንዓለም ኹም ዚፈርድዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ዓለም ብኣኻትኩም ካብ እትፍሚድ ደኣ፡ ነቲ ኣዝዩ ንኣሜቱ ነገራት ክትፈርዱዶ ኣይትበቕዑን ኢኹም፧
64,033

64,034
am_tg
በመላእክት ላይ እንኳ እንደምንፈርድ አታውቁም? ታዲያ በአሁኑ ሕይወት በሚያጋጥሙ ጉዳዮቜ ላይ ለምን አትፈርዱም?
ንመላእኜቲ ኾም እንፈርዶምዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ኣብዛ ህይወት እዚኣ ዜጋጥም ነገራት ግዳ ኾመይ ዘይንፈርድ፧
64,035

64,036
am_tg
ደግሞስ በአሁኑ ሕይወት ዚሚያጋጥሙ ዳኝነት ዚሚያስፈልጋ቞ው ጉዳዮቜ ካሉ ጉባኀው ዹሚንቃቾው ሰዎቜ እንዲዳኙት ታደርጋላቜሁ?
እምበኣርኚ፡ ኣብዛ ህይወት እዚኣ ዚፍሚድ ነገራት እንተ ኣሎኩም፡ ነቶም ኣብ ጉባኀ ዚንዓቑዶ ፈራዶ ትገብርዎም ኢኹም፧
64,037

64,038
am_tg
ይህን ዹምለው ኀፍሚት እንዲሰማቜሁ ብዬ ነው። ወንድሞቹን መዳኘት ዚሚቜል አንድ እንኳ ጥበበኛ ሰው በመካኚላቜሁ ዹለም?
ኚሕፍሚኩም ኢለ እዚ እዚ ዝብል ዘለኹ። ካንዶ ኣብ መንጎ ኣሕዋት ኪፈርድ ዚኜእል ጥበበኛ ዚብልኩምን ኢኹም፧
64,039

64,040
am_tg
አንድ ወንድም ሌላውን ወንድም ፍርድ ቀት ይወስዳልፀ ያውም ዚማያምኑ ሰዎቜ ፊት!
ኣብ ክንዳኡስ፡ ሓው ምስ ሓዉ ይፋሚድ ኣሎ፣ እሞ ኞኣ ኣብ ቅድሚ እቶም ዘይኣመንቲ!
64,041

64,042
am_tg
እንግዲህ እርስ በርስ ተካስሳቜሁ ፍርድ ቀት መሄዳቜሁ ለእናንተ ትልቅ ሜንፈት ነው። ኹዚህ ይልቅ እናንተ ራሳቜሁ ብትበደሉ አይሻልም? ደግሞስ እናንተ ራሳቜሁ ብትታለሉ አይሻልም?
ንሓድሕድኩም ትፋሚዱ ምህላውኩምሲ፡ ብሱሩ ንዓኻትኩም ስዕሚት እዩ። ኹመይ ግዳ ንስኻትኩም ዘይትብደሉ፧ ኹመይኹ ዘይትዕመጹ፧
64,043

64,044
am_tg
እናንተ ግን ትበድላላቜሁ እንዲሁም ታታልላላቜሁፀ ያውም ዹገዛ ወንድሞቻቜሁን!
መሓልፎ ንስኻትኩም ትብድሉን ትዕምጹን ኣለኹም፣ እሞ ኞኣ ንኣሕዋትኩም!
64,045

64,046
am_tg
ወይስ ዓመፀኞቜ ዹአምላክን መንግሥት እንደማይወርሱ አታውቁም? አትታለሉፀ ሎሰኞቜም ሆኑ ጣዖት አምላኪዎቜ ወይም አመንዝሮቜ ወይም ቀላጮቜ ወይም ግብሚ ሰዶማውያን
ወይስ ዓመጜቲ ንመንግስቲ ኣምላኜ ኹም ዘይወርስዋዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ኣይትታለሉ። ኣመንዝራታት ኰኑ፡ ኣምለኜቲ ጣኊት ኰኑ፡ ዘመውቲ ዀኑ፡ ኣባታቶም ግብሚ ሶዶም ኪግበር ዚፈቕዱ ዀኑ፡ ግብሚ ሶዶም ዚገብሩ ዀኑ፡
64,047

64,048
am_tg
ወይም ሌቊቜ ወይም ስግብግቊቜ ወይም ሰካራሞቜ ወይም ተሳዳቢዎቜ ወይም ቀማኞቜ ዹአምላክን መንግሥት አይወርሱም።
ሰሚቕቲ ዀኑ፡ ስሱዓት ኰኑ፡ ሰኜራማት ኰኑ፡ ተጻሚፍቲ ዀኑ፡ ወይ ዘሚፍቲ፡ ንመንግስቲ ኣምላኜ ኣይኪወርስዋን እዮም።
64,049

64,050
am_tg
አንዳንዶቻቜሁም እንደዚህ ነበራቜሁ። ሆኖም በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ስምና በአምላካቜን መንፈስ ታጥባቜሁ ነጜታቜኋል፣ ተቀድሳቜኋል እንዲሁም ጻድቃን ተብላቜኋል።
ገሌኻትኩም ኚኣ ኚማታቶም ኔርኩም ኢኹም። ግናኞ፡ ብስም ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ብመንፈስ ኣምላኜናን ተሓጺብኩምን ተቐዲስኩምን ጞዲቕኩምን ኢኹም።
64,051

64,052
am_tg
ሁሉም ነገር ተፈቅዶልኛልፀ ሆኖም ሁሉም ነገር ይጠቅማል ማለት አይደለም። ሁሉም ነገር ተፈቅዶልኛልፀ ሆኖም ለምንም ነገር ተገዢ መሆን አልሻም።
ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኵሉ ግና ኣይኰነን ዚጠቅም። ኵሉ ተፈቒዱለይ እዩ፣ ኣነ ግና ሓደ ነገር እኳ ኺቈጻጞሚኒ ኣይሓድጎን እዚ።
64,053

64,054
am_tg
ምግብ ለሆድ፣ ሆድም ለምግብ ነውፀ አምላክ ግን ሁለቱንም ያጠፋ቞ዋል። አካል ለጌታ ነው እንጂ ለዝሙት አይደለምፀ ጌታ ደግሞ ለአካል ነው።
ብልዒ ንኞብዲ፡ ኚብዲ እውን ንብልዒ እዩ፣ ኣምላኜ ግና ንኜልቲኡ ኞንቱ ኺገብሮ እዩ። ሰብነት ንጐይታ እምበር፡ ንምንዝርና ኣይኰነን፣ ጐይታ እውን ንሰብነት እዩ።
64,055

64,056
am_tg
ይሁን እንጂ አምላክ በኃይሉ አማካኝነት ጌታን እንዳስነሳው እኛንም ኚሞት ያስነሳናል።
ኣምላኜ ግና ንጐይታ ኣተንሲእዎ እዩ፣ ንዓና እውን ብሓይሉ ኌተንስኣና እዩ።
64,057

64,058
am_tg
ሰውነታቜሁ ዚክርስቶስ አካል ክፍል እንደሆነ አታውቁም? ታዲያ ዚክርስቶስ አካል ክፍል ዹሆነውን ወስጄ ኚዝሙት አዳሪ ጋር ላጣምሚው? በፍጹም!
ሰብነትኩም ኣካላት ክርስቶስ ምዃኑዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ እምበኣርኚ፡ ንኣካላት ክርስቶስ ወሲደዶ ኣካላት ኣመንዝራ ኜገብሮ እዚ፧ ያእ ኣይፋለይን!
64,059

64,060
am_tg
ኚዝሙት አዳሪ ጋር ዚሚጣመር ሁሉ ኚእሷ ጋር አንድ አካል እንደሚሆን አታውቁም? አምላክ “ሁለቱም አንድ ሥጋ ይሆናሉ” ብሏልና።
“እቶም ክልተ ሓደ ስጋ ኪዀኑ እዮም” ይብል እዩ እሞ፡ ምስ ኣመንዝራ ዝለገበ፡ ምስኣ ሓደ ሰብነት ምዃኑዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧
64,061

64,062
am_tg
ሆኖም ኚጌታ ጋር ዚተቆራኘ ሁሉ በመንፈስ ኚእሱ ጋር አንድ ነው።
እቲ ምስ ጐይታ ዝለገበ ግና፡ ምስኡ ሓደ መንፈስ እዩ።
64,063

64,064
am_tg
ኚዝሙት ሜሹ! አንድ ሰው ዚሚፈጜመው ሌላ ኃጢአት ሁሉ ኚአካሉ ውጭ ነውፀ ዝሙት ዚሚፈጜም ሁሉ ግን በራሱ አካል ላይ ኃጢአት እዚሠራ ነው።
ካብ ምንዝርና ህደሙ! ሰብ ዚገብሮ ዘበለ ሓጢኣት ካብ ሰብነቱ ወጻኢ እዩ፣ ዚምንዝር ግና ኣብ ገዛእ ሰብነቱ እዩ ዚሓጥእ።
64,065

64,066
am_tg
ዚእናንተ አካል ኹአምላክ ለተቀበላቜሁት፣ በውስጣቜሁ ላለው መንፈስ ቅዱስ ቀተ መቅደስ እንደሆነ አታውቁም? በተጚማሪም እናንተ ዚራሳቜሁ አይደላቜሁምፀ
ሰብነትኩም ቀተ መቕደስ እቲ ኣብ ውሜጥኹም ዘሎ፡ ካብ ኣምላኜ እውን እተቐበልኩምዎ መንፈስ ቅዱስ ምዃኑዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ ንስኻትኩም እውን ናይ ርእስኹም ኣይኰንኩምን፣
64,067

64,068
am_tg
በዋጋ ተገዝታቜኋልና። ስለዚህ በሰውነታቜሁ አምላክን አክብሩ።
ኚመይሲ፡ ብዋጋ ተዓዲግኩም ኢኹም። ስለዚ፡ ብሰብነትኩም ንኣምላኜ ኣኜብርዎ።
64,069

64,070
am_tg
ለጣዖቶቜ ዹቀሹበን ምግብ በተመለኚተ፣ ሁላቜንም እውቀት እንዳለን እናውቃለን። እውቀት ያስታብያልፀ ፍቅር ግን ያንጻል።
ብዛዕባ እቲ ንጣኊታት እተሰውአ ኞኣፊ ኵላትና ፍልጠት ኹም ዘሎና፡ ንፈልጥ ኢና። ፍልጠት ይነፍሕ፡ ፍቕሪ ግና ይሃንጜ።
64,071

64,072
am_tg
አንድ ሰው ስለ አንድ ነገር አውቃለሁ ብሎ ዚሚያስብ ኹሆነ ስለዚያ ነገር ማወቅ ዚሚገባውን ያህል ገና አያውቅም።
ሓደ እኳ ገለ ኾም ዚፈልጥ እንተ መሲልዎ፡ ገና ኞምቲ ኺፈልጊ ዚግብኊ ገይሩ ኣይፈልጊን እዩ።
64,073

64,074
am_tg
ሆኖም አንድ ሰው አምላክን ዚሚወድ ኹሆነ በእሱ ዘንድ ዚታወቀ ነው።
ሓደ ንኣምላኜ ዜፍቅሮ እንተ ኣልዩ ግና፡ ንሱ ብእኡ ይፍለጥ እዩ።
64,075

64,076
am_tg
ለጣዖቶቜ ዹቀሹበ ምግብ መብላትን በተመለኚተ፣ በዓለም ላይ ጣዖት ኚንቱ እንደሆነና ኚአንዱ በቀር አምላክ እንደሌለ እናውቃለን።
ብዛዕባ እቲ ንጣኊታት እተሰውአ ምብላዕ ድማ፡ ጣኊት ኣብ ዓለም ሓንቲ እኳ ኾም ዘይኰነ፡ ብዘይካ ሓደ ኞኣ ካልእ ኣምላኜ ኹም ዘዹልቩ ንፈልጥ ኢና።
64,077

64,078
am_tg
ብዙ “አማልክት” እና ብዙ “ጌቶቜ” እንደመኖራ቞ው መጠን በሰማይም ሆነ በምድር አማልክት ተብለው ዚሚጠሩ ቢኖሩም እንኳ
ኣብ ሰማይ ወይስ ኣብ ምድሪ፡ ኣማልኜቲ ዚብሃሉ እኳ እንተ ኣለዉስ፡ ኚምቲ ብዙሓት “ኣማልኜትን” ብዙሓት “ጐይተትን” ዘለዉ፡
64,079

64,080
am_tg
እኛ ግን ሁሉም ነገር ኚእሱ ዹሆነ እኛም ለእሱ ዹሆን አንድ አምላክ አብ አለንፀ እንዲሁም ሁሉም ነገር በእሱ በኩል ዹሆነና እኛም በእሱ በኩል ዹሆን አንድ ጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ አለ።
ንዓናስ ኵሉ ኻብኡ ዚኞውን፡ ንሕና ድማ ንዕኡ እንኞውን ሓደ ኣምላኜ፡ ኣቊ፡ ኣሎና፣ ኵሉ ብእኡ ዚኞውን፡ ንሕና ኞኣ ብእኡ እንኞውን ሓደ ጐይታ እውን፡ ዚሱስ ክርስቶስ፡ ኣሎና።
64,081

64,082
am_tg
ይሁንና ይህ እውቀት ያላ቞ው ሁሉም ሰዎቜ አይደሉም። አንዳንዶቜ ግን ቀደም ሲል ጣዖት ያመልኩ ስለነበር ዚሚበሉት ምግብ ለጣዖት ዹተሠዋ እንደሆነ አድርገው ያስባሉፀ ሕሊናቾው ደካማ ስለሆነም ይሚክሳል።
ግናኞ፡ እዚ ፍልጠት እዚ ኣብ ኵሉ ሰብ ኣይርኚብን እዩ። ገሊኩም ግና ኣቐዲሞም ምስ ጣኊት ሕብሚት ስለ ዝነበሮም፡ ንጣኊት ኹም እተሰውአ ገይሮም ይበልዑ ኣለዉ፣ ሕልናኩም ድኹም ብምዃኑ ድማ፡ ሚኺሱ እዩ።
64,083

64,084
am_tg
ይሁን እንጂ ምግብ ኹአምላክ ጋር አያቀራርበንምፀ ባንበላ ዚሚጎድልብን ነገር ዚለምፀ ብንበላም ዹምናተርፈው ነገር ዚለም።
ብልዒ ግና ናብ ኣምላኜ ኣዚቕርበናን እዩ፣ እንተ ዘይበላዕና፡ ኣይጐድለና፡ እንተ በላዕና እውን፡ ኣይውሰኞና።
64,085

64,086
am_tg
ነገር ግን ዚመምሚጥ መብታቜሁ፣ ደካማ ዚሆኑትን በሆነ መንገድ እንዳያሰናክላ቞ው ተጠንቀቁ።
ግናኞ፡ እዚ ናይ ምምራጜ መሰልኩም ነቶም ድኹማት መዐንቀፊ ኾይኰኖም ተጠንቀቑ።
64,087

64,088
am_tg
አንተ እውቀት ያለህ በጣዖት ቀተ መቅደስ ውስጥ ስትበላ አንድ ሰው ቢያይህ ደካማ ዹሆነው ይህ ሰው ሕሊናው ለጣዖት ዹቀሹበውን ምግብ እንዲበላ አያደፋፍሚውም?
ኚመይሲ፡ ሓደ ሰብ ንዓኻ፡ ፍልጠት ንዘሎካ፡ ኣብ ቀት ጣኊት ኣብ መኣዲ ተቐሚጥካ እንተ ርእዩካ፡ ሕልና እቲ ድኹም ንጣኊታት እተሰውአ ኜሳዕ ምብላዕዶ ኣይኪደፍርን እዩ፧
64,089

64,090
am_tg
እንግዲህ ክርስቶስ ዚሞተለት ይህ ደካማ ዹሆነው ወንድምህ በአንተ እውቀት ሳቢያ ጠፋ ማለት ነው።
ብፍልጠትካስ እቲ ድኹም፡ ማለት እቲ ምእንታኡ ክርስቶስ ዝሞተሉ ሓውካ ይጠፍእ ኣሎ።
64,091

64,092
am_tg
በዚህ መንገድ ወንድሞቻቜሁን ስትበድሉና ደካማ ዹሆነውን ሕሊናቾውን ስታቆስሉ በክርስቶስ ላይ ኃጢአት እዚሠራቜሁ ነው።
በዚ ኾምዚ ንኣሕዋትኩም ምስ እትብድሉ፡ ነቲ ድኹም ሕልናኩም እውን ምስ እተቝስልዎ፡ ንክርስቶስ ኢኹም እትብድልዎ ዘለኹም።
64,093

64,094
am_tg
ስለዚህ ምግብ ወንድሜን ዚሚያሰናክለው ኹሆነ ወንድሜን ላለማሰናኹል ስል ኚእንግዲህ ፈጜሞ ሥጋ አልበላም።
ስለዚ፡ ብልዒ ንሓወይ ዚዕንቅፎ እንተ ዀይኑ፡ ንሓወይ ምእንቲ ኞዚዐንቅፎስ፡ ንሓዋሩ ስጋ ኣይክበልዕን እዚ።
64,095

64,096
am_tg
በመጠኑ ምክንያታዊነት ቢጎድለኝ እንድትታገሡኝ እፈልጋለሁ። ደግሞም እዚታገሣቜሁኝ ነው!
ገለ ቝሩብ ዕሜነት ክትዕገሱኒ ምደለኹ። ወሚግ፡ ትዕገሱኒ ኣለኹም!
64,097

64,098
am_tg
በአምላክ ቅንዓት እቀናላቜኋለሁናፀ እኔ ራሎ እንደ አንዲት ንጜሕት ድንግል ለክርስቶስ አቀርባቜሁ ዘንድ ለአንድ ባል አጭቻቜኋለሁ።
ኚመይሲ፡ ኹም ንጜህቲ ድንግል ንክርስቶስ ምእንቲ ኚቕርበኩም፡ ንሓደ ሰብኣይ ሓጜዚኩም እዚ እሞ፡ ብኣምላኻዊ ቕንኣት እቐንኣልኩም እዚ።
64,099