Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,200
am_tg
አምላክ ዚሰጣ቞ው ተስፋዎቜ ዚቱንም ያህል ብዙ ቢሆኑም በእሱ አማካኝነት “አዎ” ሆነዋል። ስለዚህ እኛ ለአምላክ ክብር እንድንሰጥ በእሱ አማካኝነት ለአምላክ “አሜን” እንላለን።
ተስፋታት ኣምላኜ ዘበለስ ብእኡ “እወ” ዀይኑ እዩ። ስለዚ ኞኣ፡ ብኣና ምእንቲ ኪኞብርሲ፡ ብእኡ ንኣምላኜ “ኣሜን” ይብሃል እዩ።
64,201
tg_am

64,202
am_tg
ይሁንና እኛም ሆን እናንተ ዚክርስቶስ ለመሆናቜን ዋስትና ዹሰጠንና ዚቀባን አምላክ ነው።
ግናኞ፡ እቲ ንሕናን ንስኻትኩምን ናይ ክርስቶስ ምዃንና ውሕስነት ዝሃበናን ዝቐብኣናን ኣምላኜ እዩ።
64,203

64,204
am_tg
በተጚማሪም በማኅተሙ ያተመን ሲሆን ወደፊት ለሚመጣውም ነገር ማሚጋገጫ ሰጥቶናልፀ ይህም በልባቜን ውስጥ ያለው መንፈስ ነው።
ማሕተም እውን ገይሩልና፡ ኣብ ልብና ኞኣ ዕርቡን፡ ማለት መንፈስ፡ ሂቡና ኣሎ።
64,205

64,206
am_tg
ወደ ቆሮንቶስ እስካሁን ያልመጣሁት ለባሰ ሐዘን እንዳልዳርጋቜሁ ብዬ ነውፀ ይህ እውነት ካልሆነ አምላክ በእኔ ላይ ይመሥክርብኝ።
ክሳዕ ሕጂ ናብ ቈሚንቶስ ዘይመጻእኩ፡ ክንሕፈኩም ኢለ ምዃነይ፡ ኣምላኜ ኪምስክሚለይ እጜውዕ ኣለኹ።
64,207

64,208
am_tg
ጞንታቜሁ ዚቆማቜሁት በራሳቜሁ እምነት ስለሆነ እኛ ለደስታቜሁ ኚእናንተ ጋር ዚምንሠራ ነን እንጂ በእምነታቜሁ ላይ ዹምናዝ አይደለንም።
ብእምነት ቌምኩም ኣለኹም እሞ፡ ምእንቲ ኜትሕጐሱ መዓይይትኹም ኢና እምበር፡ ኣብ ልዕሊ እምነትኩም እንጕይተት ኣይኰንናን።
64,209

64,210
am_tg
ስለዚህ ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ እነዚህ ተስፋዎቜ ስላሉን ሥጋንና መንፈስን ኚሚያሚክስ ነገር ሁሉ ራሳቜንን እናንጻፀ እንዲሁም አምላክን በመፍራት ቅድስናቜንን ፍጹም እናድርግ።
እምበኣር፡ ፍቑራተዚ፡ እዚ ተስፋታት እዚ ኻብ ሃለወናስ፡ ብፍርሃት ኣምላኜ ናብ ፍጹም ቅድስና እናበጻሕና፡ ካብ ኵሉ እቲ ስጋን መንፈስን ዜርክስ ርእስና ነንጜህ።
64,211

64,212
am_tg
በልባቜሁ ውስጥ ቊታ ስጡን። እኛ ማንንም አልበደልንምፀ ማንንም አላበላሞንምፀ ማንንም መጠቀሚያ አላደሚግንም።
ኣብ ልብኹም ቊታ ሃቡና። ንሓደ እኳ ኣይበደልናን፡ ንሓደ እኳ ኣዚበላሞናን፡ ንሓደ እኳ ኣይተበለጜናሉን።
64,213

64,214
am_tg
ይህን ዹምለው ልኮንናቜሁ አይደለም። ኹዚህ በፊት እንደነገርኳቜሁ በልባቜን ውስጥ ስለሆናቜሁ ብንሞትም ሆነ ብንኖር አብሚን ነን።
ምሳና ንሙማትን ብህይወት ንምንባርን ኣብ ልብና ኾም ዘለኹምሲ፡ ኣቐዲመ ኢለ ኣለኹ እሞ፡ ክዅንነኩም ኢለ ኣይኰንኩን እዚ ዝብል ዘለኹ።
64,215

64,216
am_tg
እናንተን በግልጜ ለማናገር ነፃነት ይሰማኛል። በእናንተ በጣም እኮራለሁ። እንዲሁም እጅግ ተጜናንቻለሁፀ በመኚራቜንም ሁሉ ደስታዬ ወሰን ዚለውም።
ንዓኻትኩም ብብዙሕ ትብዓት ክዛሚበኩም እኜእል እዚ። ብኣኻትኩም ብዙሕ እምካሕ እዚ። ብምጜንናዕ ተመሊአ፡ ኣብ ኵሉ ጞበባና ኞኣ ኣዝዚ ብዙሕ ተሓጒሰ ኣለኹ።
64,217

64,218
am_tg
መቄዶንያ በደሚስን ጊዜ በሁሉም አቅጣጫ መኚራ ደሚሰብን እንጂ ሰውነታቜን ምንም እሚፍት አላገኘምፀ በውጭ ጠብ፣ በውስጥ ፍርሃት ነበሚብን።
ናብ መቄዶንያ ምስ በጻሕና እኳ፡ ኣብ ወጻኢ ቓልሲ፡ ኣብ ውሜጢ እውን ፍርሂ ስለ ዝነበሚና፡ ብዅሉ ደኣ ጞቢቡና ነይሩ እምበር፡ ዕሚፍትስ ኣይሚኞብናን።
64,219

64,220
am_tg
ይሁንና ያዘኑትን ዚሚያጜናናው አምላክ፣ ቲቶ በመካኚላቜን በመገኘቱ እንድንጜናና አደሚገንፀ
እቲ ንእተደቝሱ ዜጾናንዕ ኣምላኜ ግና፡ ቲቶስ ኣብዚ ኾም ዚህሉ ብምግባር፡ ኣጞናኒዑና እዩ፣
64,221

64,222
am_tg
ዚተጜናናነውም እሱ በመካኚላቜን በመገኘቱ ብቻ ሳይሆን እሱ በእናንተ ምክንያት ባገኘው መጜናኛ ጭምር ነውፀ ተመልሶ በመጣ ጊዜ እኔን ስለመናፈቃቜሁ፣ ስለተሰማቜሁ ጥልቅ ሐዘንና ለእኔ ስላላቜሁ ልባዊ አሳቢነት ነግሮናልፀ ስለዚህ ኚበፊቱ ይበልጥ ደስ ብሎኛል።
ንሱ ብዛዕባ እቲ ናፍቖትኩምን ሓዘንኩምን ንዓይ ዘሎኩም ብዙሕ ሓልዮትን ደሃይ ሒዙ ምስ ተመልሰ ኞኣ፡ በቲ ንሱ ብኣኻትኩም እተጞናንዖ ምጜንናዕ እውን እምበር፡ ኣብዚ ብምህላዉ ጥራይ ኣይኰንናን እተጞናናዕና፣ ስለዚ፡ ኣዝዚ ተሓጒሰ እዚ።
64,223

64,224
am_tg
በደብዳቀዬ አሳዝኛቜሁ ቢሆን እንኳ በዚህ አልጞጞትም። መጀመሪያ ላይ ብጞጞት እንኳ፣ ደብዳቀው እንድታዝኑ ያደሚጋቜሁ ለአጭር ጊዜ ብቻ እንደሆነ ስለተሚዳሁ
በታ ደብዳበይ ኣጕህዚኩም እንተ ዀንኩ እኳ፡ ኣይጥዓስን እዚ። ኣብ ፈለማ እኳ እንተ ተጥዓስኩ፡ (እታ ደብዳበ እቲኣ፡ ንግዜኡ ጥራይ ደኣ እዩ እምበር፡ ኹም ዘጕሃዚትኩም እርኢ ኣለኹ እሞ፡)
64,225

64,226
am_tg
አሁን ዹምደሰተው እንዲያው በማዘናቜሁ ሳይሆን ሐዘናቜሁ ለንስሐ ስላበቃቜሁ ነው። ያዘናቜሁት ኹአምላክ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ ነውናፀ በመሆኑም በእኛ ዚተነሳ ምንም ጉዳት አልደሚሰባቜሁም።
ሕጅስ ስለ ዝጐሃኹም ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንንስሓ ስለ ዝጐሃኹም እሕጐስ ኣለኹ። ኚመይሲ፡ ብኣና ብገለ ምእንቲ ኞይትጕድኡስ፡ ኹም ፍቓድ ኣምላኜ ኢኹም ዝጐሃኹም።
64,227

64,228
am_tg
ኹአምላክ ፈቃድ ጋር በሚስማማ መንገድ ማዘን ለመዳን ዚሚያበቃ ንስሐ ያስገኛልናፀ ይህ ደግሞ ለጞጞት አይዳርግምፀ ዹዚህ ዓለም ሐዘን ግን ሞት ያስኚትላል።
ማለት፡ ጓሂ ኾም ፍቓድ ኣምላኜሲ ናብ ድሕነት ዚመርሕ ዘይትጥዓሰሉ ንስሓ እዩ ዜፍሪ፣ ጓሂ ዓለም ግና ሞት እዩ ዜፍሪ።
64,229

64,230
am_tg
አምላካዊ በሆነ መንገድ ማዘናቜሁ እንዎት ለተግባር እንዳነሳሳቜሁ ተመልኚቱ! አዎ፣ አቋማቜሁን ለማስተካኚል እርምጃ እንድትወስዱ አነሳስቷቜኋልፀ ደግሞም እንዎት ያለ ቁጣ፣ እንዎት ያለ ፍርሃት፣ እንዎት ያለ ጉጉት፣ እንዎት ያለ ቅንዓት እንዳስገኘ ተመልኚቱ! በእርግጥም ስህተታቜሁን ለማሹም እርምጃ እንድትወስዱ አድርጓቜኋል። በዚህ ጉዳይ ንጹሕ መሆናቜሁን በሁሉም ሚገድ አስመሥክራቜኋል።
እንሆ፡ ኹም ፍቓድ ኣምላኜ ምጕሃይኩም፡ ክንደይ ጞዓት፡ ክንደይ ምጜራይ ርእስኹም፡ ክንደይ ቍጥዓ፡ ክንደይ ፍርሃት፡ ክንደይ ናፍቖት፡ ክንደይ ቅንኣት፡ ክንደይ መአሚምታ እዩ ኣምጺኡልኩም! በዚ ነገር እዚ፡ ብዅሉ ንጹሃት ምዃንኩም ኣርኢኹም ኢኹም።
64,231

64,232
am_tg
ምንም እንኳ ለእናንተ ብጜፍም ዚጻፍኩት በደል ለሠራው ወይም በደል ለተፈጞመበት ሰው ብዬ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ ለመልእክታቜን በጎ ምላሜ ለመስጠት ዚምታደርጉት ጥሚት በእናንተ ዘንድና በአምላክ ፊት ግልጜ ሆኖ እንዲታይ ነው።
እንተ ጞሓፍኩልኩም እኳ፡ ስሌና እትጜዕትዎ ጞዓት ኣባኻትኩም ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ምእንቲ ኺግሃድ እምበር፡ ስለ በዳሊ ወይስ ስለ ተበዳሊ ኢለ ኣይኰንኩን ዝጞሓፍኩ።
64,233

64,234
am_tg
እኛም ዚተጜናናነው ለዚህ ነው። ይሁን እንጂ ኚመጜናናታቜንም በተጚማሪ ሁላቜሁም ዚቲቶ መንፈስ እንዲታደስ ስላደሚጋቜሁ በእሱ ደስታ እኛም ይበልጥ ተደስተናል።
ስለዚ ድማ ኢና ተጾናኒዕና ዘለና። ኣብ ርእሲ እዚ ምጜንናዕ ድማ፡ ቲቶስ ብዅላትኩም መንፈሱ ስለ ዝቐሰነ፡ ብሓጐሱ ኣዚና ተሓጒስና ኢና።
64,235

64,236
am_tg
ምክንያቱም ስለ እናንተ ለእሱ በኩራት ተናግሬ ቢሆን እንኳ አላሳፈራቜሁኝምፀ ይሁንና ለእናንተ ዹተናገርነው ነገር በሙሉ እውነት እንደሆነ ሁሉ ለቲቶ በኩራት ዹተናገርነውም ነገር እውነት እንደሆነ ተሚጋግጧል።
ኣብ ቅድሚኡ ብዛዕባኹም ተመኪሐ እንተ ዀይነ፡ ኣይሓፈርኩን፣ ኚምቲ ዅሉ እቲ ዝነገርናኩም ሓቂ ዝዀነ ግና፡ ኚምኡ እውን እቲ ኣብ ቅድሚ ቲቶስ እተመካሕናዮ ሓቂ ዀይኑ ኣሎ።
64,237

64,238
am_tg
በተጚማሪም ሁላቜሁም ያሳያቜሁትን ታዛዥነት እንዲሁም በፍርሃትና በመንቀጥቀጥ እንዎት እንደተቀበላቜሁት ሲያስታውስ ለእናንተ ያለው ጥልቅ ፍቅር ጚምሯል።
ኵላትኩም ኹም እተኣዘዝኩምን ኹመይ ጌርኩም እናፈራህኩምን ራዕራዕ እናበልኩምን ኹም እተቐበልኩምዎን እናዘኚሚ፡ ንዓኻትኩም ዘለዎ ልባዊ ፍቕሪ በዚሑ ኣሎ።
64,239

64,240
am_tg
እኔም በሁሉም መንገድ በእናንተ መተማመን በመቻሌ እጅግ ደስ ብሎኛል።
ብዅሉ ኣባኻትኩም እምንቶ ስለ ዘሎኒ፡ እሕጐስ እዚ።
64,241

64,242
am_tg
ወደ እናንተ ለመምጣት ሳስብ ይህ ሊስተኛ ጊዜዬ ነው። “ማንኛውም ጉዳይ ዹሚጾናው ሁለት ወይም ሊስት ምሥክሮቜ በሚሰጡት ዚምሥክርነት ቃል ነው።”
ናባኻትኩም ዝመጜእ ዘለኹ፡ እዚ ሳልሳይ ግዜ እዩ። “ኵሉ ነገር ብምስክርነት ክልተ ወይ ሰለስተ መሰኻኜር ኪጞንዕ ኣለዎ።”
64,243

64,244
am_tg
ምንም እንኳ አሁን ኚእናንተ ርቄ ያለሁ ቢሆንም ለሁለተኛ ጊዜ አብሬያቜሁ እንዳለሁ አድርጋቜሁ በማሰብ ቃሌን ተቀበሉ። ደግሞም ዳግመኛ ኚመጣሁ ማንንም ሳልገሥጜ እንደማላልፍ ኹዚህ በፊት ኃጢአት ዚሠሩትንም ሆነ ዚተቀሩትን ሁሉ አስቀድሜ አስጠነቅቃለሁፀ
ሕጂ ምሳኻትኩም እኳ እንተ ዘዚለኹ፡ ምሳኻትኩም ካልኣይ ግዜ ኾም ዘለኹ ጌርኩም ሕሰቡ፣ መሊሰ እንተ መጺአስ ነቶም ቅድም ዝሓጥኡን ንዝተሹፉ ዅላቶምን ኹም ዘይንሕፎም፡ ኣቐዲመ አጠንቅቖም ኣለኹ፣
64,245

64,246
am_tg
ይህም ዹሆነው በእናንተ መካኚል በድካም ሳይሆን በኃይል ዚሚሠራው ክርስቶስ በእኔ አማካኝነት እንደሚናገር ዚሚያሳይ ማስሚጃ ስለፈለጋቜሁ ነው።
ምኜንያቱ፡ እቲ ኣባኻትኩም ብርቱዕ እምበር፡ ድኹም ዘይኰነ ክርስቶስ ብኣይ ይዛሚብ እንተ ኣልዩ፡ መርትዖ ትደልዩ ኣለኹም።
64,247

64,248
am_tg
እርግጥ ነው፣ እሱ በእንጚት ላይ ዹተሰቀለው በድካም ዚተነሳ ነውፀ ይሁንና በአምላክ ኃይል ዚተነሳ ሕያው ሆኗል። እርግጥ እኛም ኚእሱ ጋር ደካሞቜ ነንፀ ሆኖም በእናንተ ላይ እዚሠራ ባለው ዹአምላክ ኃይል ኚእሱ ጋር እንኖራለን።
ክርስቶስሲ ብድኻም ተሰቒሉ፡ ብሓይሊ ኣምላኜ ግና ህያው ኰይኑ ይነብር ኣሎ። ንሕና እውን ምስኡ ድኹማት ኢና፣ በቲ ኣባኻትኩም ዘሎ ሓይሊ ኣምላኜ ግና፡ ምስኡ ህያዋን ኮንና ኜንነብር ኢና።
64,249

64,250
am_tg
በእምነት ውስጥ መሆናቜሁን ለማሚጋገጥ ዘወትር ራሳቜሁን ፈትሹፀ ማንነታቜሁን ለማወቅ ዘወትር ራሳቜሁን መርምሩ። ተቀባይነት አጥታቜሁ ካልሆነ በስተቀር ኢዚሱስ ክርስቶስ ኚእናንተ ጋር አንድነት እንዳለው አትገነዘቡም?
ብእምነት እንተ ኣሊኹም፡ ብቐጻሊ ርእስኹም ፈትኑ፡ ብቐጻሊ ርእስኹም መርምሩ። ወይስ ዚሱስ ክርስቶስ ምሳኻትኩም ሓድነት ኹም ዘለዎዶ ኣይትፈልጡን ኢኹም፧ እንተ ዘይኰነስ፡ ብቑዓት ኣይኰንኩምን።
64,251

64,252
am_tg
እኛ ግን ተቀባይነት ያለን መሆናቜንን እንደምትገነዘቡ ተስፋ አደርጋለሁ።
ንሕና ዘይብቑዓት ኹም ዘይኰንና ኜትፈልጡ ግና፡ ተስፋ እገብር።
64,253

64,254
am_tg
መጥፎ ነገር እንዳትሠሩ ወደ አምላክ እንጞልያለንፀ ይህን ዹምናደርገው እኛ ተቀባይነት ያለን ሆነን እንድንታይ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ እኛ ተቀባይነት ያላገኘን መስለን ብንታይም እንኳ እናንተ መልካም ዹሆነውን ነገር እንድታደርጉ ነው።
ኚቶ ኜፉእ ኚይትገብሩ፡ ናብ ኣምላኜ ንጜሊ ኣለና፣ እዚ ኞኣ ብቕዓትና ኾም ዘመስኚርና ኜንመስል ኢልና ዘይኰንናስ፡ ንሕና እኳ ዘይብቑዓት እንተ መሰልና፡ ሰናይ ምእንቲ ኜትገብሩ ኢልና ኢና።
64,255

64,256
am_tg
እኛ ለእውነት ዹቆምን ነን እንጂ እውነትን ዚሚጻሚር ምንም ነገር ማድሚግ አንቜልምና።
ንሕናስ ንሓቂ ዚድግፍ እምበር፡ ምስ ሓቂ ዚጻሚር ገለ እኳ ኜንገብር ኣይንኜእልን ኢና።
64,257

64,258
am_tg
እኛ በደኚምንበት ጊዜ ሁሉ እናንተ ብርቱዎቜ ብትሆኑ ምንጊዜም ደስተኞቜ ነን። ደግሞም መስተካኚላቜሁን እንድትቀጥሉ እንጞልያለን።
ንስኻትኩም እንተ በርቲዕኩምሲ፡ ንሕና እኳ እንተ ደኞምና፡ ንሕጐስ ኢና። ምእንቲ ኜትቀንዑ፡ ምእንቲ እዚ ድማ ኢና እንጜሊ ዘለና።
64,259

64,260
am_tg
ኚእናንተ ርቄ ሳለሁ እነዚህን ነገሮቜ ዚምጜፍላቜሁ በመካኚላቜሁ በምሆንበት ጊዜ ጠበቅ ያለ እርምጃ እንዳልወስድ ነውፀ ጌታ ሥልጣን ዹሰጠኝ እናንተን ለማነጜ እንጂ ለማፍሚስ አይደለም።
ስለዚ ኞኣ እዚ ምሳኻትኩም ኣብ ዝህልወሉ እዋን፡ ነቲ ጐይታ ኾፍርሰሉ ዘይኰነስ፡ ክሃንጾሉ ዝሃበኒ ስልጣን ብጭኚና ምእንቲ ኞይጥቀመሉ፡ ምሳኻትኩም ኚዚለኹ እዚ ዝጜሕፈልኩም ዘለኹ።
64,261

64,262
am_tg
በተሹፈ ወንድሞቜ፣ መደሰታቜሁን፣ መስተካኚላቜሁን፣ ማጜናኛ መቀበላቜሁን፣ በሐሳብ መስማማታቜሁንና በሰላም መኖራቜሁን ቀጥሉፀ ዹፍቅርና ዹሰላም አምላክም ኚእናንተ ጋር ይሆናል።
ብዝተሚፈስ፡ ኣሕዋተዚ፡ ተሓጐሱ፡ ቅንዑ፡ ተጞናንዑ፡ ሓደ ሓሳብ ኩኑ፡ ብሰላም ንበሩ፣ ኣምላኜ ፍቕርን ሰላምን ኚኣ ምሳኻትኩም ኪኞውን እዩ።
64,263

64,264
am_tg
እርስ በርስ በመሳሳም ሰላምታ ተለዋወጡ።
ንሓድሕድኩም ብቕዱስ ምስዕዓም ሰላም ተባሃሃሉ።
64,265
tg_am
ንሓድሕድኩም ብቕዱስ ምስዕዓም ሰላም ተባሃሃሉ።
እርስ በርስ በመሳሳም ሰላምታ ተለዋወጡ።
64,266
am_tg
ቅዱሳን ሁሉ ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል።
ኵሎም ቅዱሳት ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
64,267
tg_am
ኵሎም ቅዱሳት ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
ቅዱሳን ሁሉ ሰላምታ ያቀርቡላቜኋል።
64,268
am_tg
ዚጌታ ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ዹአምላክ ፍቅር እንዲሁም በጋራ ዹምንቀበለው መንፈስ ቅዱስ ኚሁላቜሁ ጋር ይሁን።
ጾጋ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ፍቕሪ ኣምላኜን እቲ እንካፈሎ መንፈስ ቅዱስን ምስ ኵላትኩም ይኹን።
64,269

64,270
am_tg
ብቁ መሆናቜንን ለማሳዚት ራሳቜንን ለእናንተ እንደ አዲስ ማስተዋወቅ ያስፈልገናል? ወይስ እንደ አንዳንድ ሰዎቜ ለእናንተ ወይም ኚእናንተ ዚምሥክር ወሚቀት ያስፈልገን ይሆን?
ኹም ብሓድሜዶ ርእስና ኜንንእድ ንጅምር ኣለና፧ ወይስ ኹም ገሊኊም፡ ናባኻትኩም ወይ ካባኻትኩም ዚልኣኻ ዚንእዳና ደብዳበታትዶ ዚድልያና እዚን፧
64,271

64,272
am_tg
ሰዎቜ ሁሉ ዚሚያውቁትና ዚሚያነብቡት በልባቜን ላይ ዚተጻፈ ማስሚጃቜን እናንተ ራሳቜሁ ናቜሁ።
ኣብ ልብና እተጻሕፈትን ኵሉ ሰብ ዚፈልጣን ዜንብባን ደብዳበናስ፡ ንስኻትኩም ባዕላትኩም ኢኹም።
64,273

64,274
am_tg
ምክንያቱም እናንተ በቀለም ሳይሆን በሕያው አምላክ መንፈስ፣ በድንጋይ ጜላቶቜ ላይ ሳይሆን በሥጋ ጜላቶቜ ይኾውም በልብ ላይ፣ አገልጋዮቜ በሆንነው በእኛ አማካኝነት ዚተጻፋቜሁ ዚክርስቶስ ደብዳቀ እንደሆናቜሁ በግልጜ ታይቷል።
ኚመይሲ፡ ንስኻትኩም ብኣና ብኣገልገልቲ ኣቢልኩም ብቐለም ዘይኰነስ፡ ብመንፈስ እቲ ህያው ኣምላኜ፡ ኣብ ጜላት እምኒ ዘይኰነስ፡ ኣብ ጜላት ስጋ፡ ማለት ኣብ ልቢ እተጞሓፍኩም ደብዳበ ክርስቶስ ምዃንኩም ግሁድ እዩ።
64,275

64,276
am_tg
በክርስቶስ በኩል በአምላክ ፊት እንዲህ ያለ እምነት አለን።
ብክርስቶስ ኚኣ ኣብ ኣምላኜ ኹምዚ ዝበለ እምንቶ ኣሎና።
64,277
tg_am
ብክርስቶስ ኚኣ ኣብ ኣምላኜ ኹምዚ ዝበለ እምንቶ ኣሎና።
በክርስቶስ በኩል በአምላክ ፊት እንዲህ ያለ እምነት አለን።
64,278
am_tg
ብቃታቜንን በገዛ ራሳቜን ያገኘነው እንደሆነ አድርገን አናስብምፀ ኹዚህ ይልቅ አስፈላጊውን ብቃት ያገኘነው ኹአምላክ ነውፀ
ብቕዓትና ኻብ ኣምላኜ እዩ እምበር፡ ካብ ርእስና ገለ ኾም ዘምጻእና ጌርና ኜንሓስብ ብርእስና ብቕዓት ዚብልናን።
64,279

64,280
am_tg
እሱም ዚአዲስ ቃል ኪዳን አገልጋዮቜ ይኾውም ዚተጻፈ ሕግ ሳይሆን ዚመንፈስ አገልጋዮቜ እንድንሆን ብቁዎቜ አድርጎናልፀ ዚተጻፈው ሕግ ለሞት ፍርድ ይዳርጋልናፀ መንፈስ ግን ሕያው ያደርጋል።
ጜሑፍ ሕጊ ንሞት ይዅንን፡ መንፈስ ግና ህያው ይገብር እዩ እሞ፡ ንሱ ናይ ጜሑፍ ሕጊ ዘይኰነስ፡ ናይ መንፈስ ኣገልገልቲ ሓድሜ ኪዳን ክንኹውን ብቑዓት ገይሩና እዩ።
64,281

64,282
am_tg
ዚእስራኀል ልጆቜ፣ ኚፊቱ ክብር ዚተነሳ ዹሙሮን ፊት ትኩር ብለው ማዚት እስኪሳና቞ው ድሚስ ዚሞት ፍርድ ዚሚያስኚትለውና በድንጋይ ላይ በፊደል ዹተቀሹጾው ሕግ በክብር ይኾውም በሚጠፋ ክብር ኚመጣ
ደቂ እስራኀልሲ ብምኜንያት እቲ ኣብ ገጜ ሙሮ ዘንጞባሚቐ ሓላፊ ኜብሪ፡ ገጹ ኺጥምቱ ኣይኚኣሉን፣ እቲ ሞት ዜስዕብን ኣብ ኣእማን ብፊደላት እተቐርጞን ሕጊ እውን ብኞምዚ ዝበለ ኜብሪ ኻብ መጞ፡
64,283

64,284
am_tg
ዚመንፈስ አገልግሎት እንዎት ዹላቀ ክብር አይኖሹውም?
እቲ ኣገልግሎት መንፈስ ግዳ ስለምንታይ ዝያዳ ኜብሪ ዘይህልዎ፧
64,285
tg_am
እቲ ኣገልግሎት መንፈስ ግዳ ስለምንታይ ዝያዳ ኜብሪ ዘይህልዎ፧
ዚመንፈስ አገልግሎት እንዎት ዹላቀ ክብር አይኖሹውም?
64,286
am_tg
ኩነኔ ዚሚያስኚትለው ዹሕግ አገልግሎት ክብራማ ኹሆነ ጜድቅ ዚሚያስገኘው አገልግሎትማ እንዎት እጅግ ዹላቀ ክብር አይኖሹውም!
እቲ ዅነኔ ዜስዕብ ሕጊ ኜቡር እንተ ነይሩስ፡ እቲ ኣገልግሎት ጜድቂ ግዳ ኜንደይ ብዝያዳ ዘይኚብር!
64,287

64,288
am_tg
እንዲያውም በአንድ ወቅት ክብራማ ዚነበሚው፣ ኚእሱ ዹላቀ ክብር ያለው በመምጣቱ ምክንያት ክብሩ ተገፏል።
እቲ ኜቡር ዝነበሹ እኳ፡ ብሰንኪ እቲ ኻብኡ ዚበልጜ ክብሪ፡ ክብሩ ተቐንጢጡ ኣሎ።
64,289

64,290
am_tg
ዹሚጠፋው በክብር ኚመጣ ጞንቶ ዹሚኖሹውማ እንዎት ዹላቀ ክብር አይኖሹውም!
ምኜንያቱ፡ እቲ ሓላፊ ብኜብሪ ኻብ መጞ፡ ክብሪ እቲ ነባሪ ግዳ ኜንደይ ኣዝዩ ዘይበልጜ!
64,291

64,292
am_tg
እንዲህ ዓይነት ተስፋ ስላለን ታላቅ ዹመናገር ነፃነት አለንፀ
ኹምዚ ዝበለት ተስፋ ስለ ዘላትና፡ ብብዙሕ ትብዓት ንዛሚብ ኣለና፣
64,293

64,294
am_tg
ደግሞም ዚእስራኀል ልጆቜ ዚዚያን ዚሚሻሚውን ነገር መጚሚሻ እንዳይመለኚቱ ሙሎ ፊቱን በመሾፈኛ ይሾፍን በነበሚበት ጊዜ ያደርግ እንደነበሚው አናደርግም።
ኚምቲ ደቂ እስራኀል መወዳእታ እቲ ሓላፊ ኣተኲሮም ኚይጥምቱ፡ ሙሮ ኣብ ገጹ መጐልበቢ ዚገብር ዝነበሚ፡ ኣይንገብርን ኢና።
64,295

64,296
am_tg
ሆኖም እነሱ አእምሯ቞ው ደንዝዟል። እስኚ ዛሬ ድሚስ፣ አሮጌው ቃል ኪዳን ሲነበብ ያው መሾፈኛ እንደጋሚዳ቞ው ነውናፀ ምክንያቱም መሾፈኛው ዹሚወገደው በክርስቶስ አማካኝነት ብቻ ነው።
ግናኞ፡ እቲ ብሉይ ኪዳን ኪንበብ ኚሎ፡ እቲ ብክርስቶስ ጥራይ ዚቕንጠጥ መጐልበቢ ኜሳዕ ሎም መዓልቲ ኣይተቐልዓሎምን እሞ፡ ኣእምሮኊም ደንዚዙ እዩ።
64,297

64,298
am_tg
እንዲያውም እስኚ ዛሬ ድሚስ ዹሙሮ መጻሕፍት በተነበቡ ቁጥር ልባ቞ው በመሾፈኛ እንደተሞፈነ ነው።
ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ፡ ሙሮ ኺንበብ ኚሎ፡ መጐልበቢ ንልቩም ይሜፍኖ ኣሎ።
64,299