Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,100
am_tg
ሆኖም እባቡ ሔዋንን በተንኮሉ እንዳታለላት ሁሉ እናንተም አስተሳሰባቜሁ ተበላሜቶ ለክርስቶስ ልታሳዩ ዚሚገባውን ቅንነትና ንጜሕና በሆነ መንገድ እንዳታጡ እፈራለሁ።
ግናኞ፡ ኚምቲ ተመን ብጕርሑ ንሄዋን ዘስሓታ፡ ኣእምሮኹም ተባላሜዩ ኻብቲ ንክርስቶስ ዚግባእ ግርህነትን ንጜህናን ኹይርሕቕ እፈርህ ኣለኹ።
64,101
tg_am

64,102
am_tg
አንድ ሰው መጥቶ እኛ ዚሰበክንላቜሁን ሳይሆን ሌላ ኢዚሱስ ቢሰብክላቜሁ ወይም ኚተቀበላቜሁት መንፈስ ዹተለዹ ዓይነት መንፈስ ቢያመጣ ወይም ኚተቀበላቜሁት ምሥራቜ ዹተለዹ ሌላ ምሥራቜ ቢናገር እንዲህ ያለውን ሰው በ቞ልታ ታልፉታላቜሁ ማለት ነው።
ስለምንታይሲ፡ ሓደ መጺኡ፡ ንሕና ዘይሰበኜናዮ ኻልእ ዚሱስ እንተ ሰቢኹ፡ ወይ ዘይተቐበልኩምዎ ኻልእ መንፈስ እንተ ኣምጺኡ፡ ወይ ዘይተቐበልኩምዎ ኻልእ ብስራት እንተ ኣምጺኡ፡ ስቕ ኢልኩም ትዕገስዎ ኣለኹም።
64,103

64,104
am_tg
እኔ ኚእናንተ ዚተራቀቁ ሐዋርያት በምንም ነገር ዚማንስ አይመስለኝም።
ኣነስ ካብቶም ኣዝዮም ብሉጻት ሃዋርያትኩም ብሓንቲ እኳ ዝሓምቕ ኣይመስለንን።
64,105

64,106
am_tg
ዚተዋጣልኝ ተናጋሪ ባልሆን እንኳ እውቀት አይጎድለኝምፀ ይህን በሁሉም መንገድ እንዲሁም በሁሉም ነገር አሳይተናቜኋል።
ግናኞ፡ ብዘሚባ እኳ ኜኢላ እንተ ዘይኰንኩ፡ ብፍልጠትሲ ዚጐድለኒ ዚብለይን፣ እወ፡ ብዅሉን ኣብ ኵሉን ነግህደልኩም ኢና።
64,107

64,108
am_tg
ወይስ እናንተ ኹፍ እንድትሉ ራሎን ዝቅ አድርጌ ዹአምላክን ምሥራቜ ለእናንተ ያለዋጋ በደስታ መስበኬ እንደ ኃጢአት ተቆጥሮብኝ ይሆን?
ወይስ ንስኻትኩም ልዕል ምእንቲ ኜትብሉ፡ ርእሰይ ኣትሒተ ነቲ ብስራት ብናጻ ስለ ዝሰበኜኩልኩምዶ ሓጢአ እዚ፧
64,109

64,110
am_tg
እናንተን ለማገልገል ኚሌሎቜ ጉባኀዎቜ ቁሳዊ እርዳታ በመቀበሌ እነሱን አራቁቻለሁ።
ንዓኻትኩም ምእንቲ ኾገልግል ኢለ፡ ካብ ካልኊት ጉባኀታት ሓገዝ ብምቕባለይ ወጺዐዚን እዚ።
64,111

64,112
am_tg
ኚእናንተ ጋር ሳለሁ ተ቞ግሬ በነበሚበት ጊዜ ኚመቄዶንያ ዚመጡት ወንድሞቜ ዹጎደለኝን ነገር በሙሉ በሚገባ ስላሟሉልኝ ለማንም ሾክም አልሆንኩም። አዎ፣ እስካሁን ድሚስ በእናንተ ላይ በምንም መንገድ ሾክም አልሆንኩምፀ ወደፊትም ሾክም አልሆንም።
ምሳኻትኩም ኚለኹ ኞኣ፡ ምስ ሰኣንኩ፡ ካብ መቄዶንያ ዝመጹ ኣሕዋት ዜድልዚኒ ዘበለ ኣማሊኊምለይ እዮም እሞ፡ ንሓደ እኳ ጟር ኣይኰንኩን። ብዅሉ ድማ ጟር ምእንቲ ኞይኰነኩም ተጠንቂቐ እዚ፡ ክጥንቀቕ እውን እዚ።
64,113

64,114
am_tg
ዚክርስቶስ እውነት በውስጀ እስካለ ድሚስ በአካይያ ክልሎቜ ሁሉ በዚህ ነገር እንዳልኩራራ ምንም ነገር ሊያግደኝ አይቜልም።
ኚምቲ ሓቂ ክርስቶስ ብርግጜ ኣባይ ዘሎ፡ ብዛዕባ ዞባታት ኣካይያ ኻብ ምምካሕ ኣዚቋርጜን እዚ።
64,115

64,116
am_tg
ይህን ያደሚግኩት ለምንድን ነው? ስለማልወዳቜሁ ነው? እንደምወዳቜሁ አምላክ ያውቃል።
ስለምንታይ፧ ስለ ዘዚፍቅሚኩም ድዚ፧ ኹም ዘፍቅሚኩምሲ፡ ኣምላኜ ይፈልጥ እዩ።
64,117

64,118
am_tg
ይሁንና ኚእኛ ጋር እኩል ለመሆን ዚሚፈልጉትና እኛም ሐዋርያት ነን ብለው ዚሚኩራሩት ሰዎቜ ለዚህ ዹሚሆን መሠሚት እንዳያገኙ አሁን እያደሚግኩት ያለሁትን ወደፊትም አደርጋለሁ።
ግናኞ፡ ነቶም በቲ ዚምክሑሉ ነገራት ማዕሹና ኪዀኑ ምኜንያት ዚደልዩ፡ ምኜንያት ምእንቲ ክኾልኩም ኢለ፡ እቲ ዝገብሮ ዘለኹ ኜገብሮ እዚ።
64,119

64,120
am_tg
እንዲህ ያሉት ሰዎቜ ዚክርስቶስን ሐዋርያት ለመምሰል ራሳ቞ውን ዚሚለውጡ ሐሰተኛ ሐዋርያትና አታላይ ሠራተኞቜ ና቞ውና።
እዞም ኚምዚኣቶም ዝበሉስ፡ ናይ ሓሶት ሃዋርያት፡ ዜታልሉ ዓዚይቲ፡ ንርእሶም ኹም ሃዋርያት ክርስቶስ ዜምስሉ እዮም።
64,121

64,122
am_tg
ይህም ምንም አያስደንቅምፀ ሰይጣን ራሱ ዚብርሃን መልአክ ለመምሰል ራሱን ይለዋውጣልና።
ሰይጣን እኳ፡ ንርእሱ ኾም መልኣኜ ብርሃን ዚምስል እዩ እሞ፡ እዚ ኣዚገርምን እዩ።
64,123

64,124
am_tg
ስለዚህ አገልጋዮቹም ዚጜድቅ አገልጋዮቜ ለመምሰል ራሳ቞ውን ቢለዋውጡ ምንም አያስገርምም። ሆኖም ፍጻሜያ቞ው እንደ ሥራ቞ው ይሆናል።
እምበኣር፡ እቶም ኣገልገልቱ፡ ንርእሶም ኹም ኣገልገልቲ ጜድቂ እንተ ኣምሲሎም፡ ዓብዪ ነገር ኣይኰነን። መወዳእታኊም ግና፡ ኹም ግብሮም ኪኞውን እዩ።
64,125

64,126
am_tg
አሁንም ዳግመኛ እናገራለሁፊ ማንም ሰው ምክንያታዊ እንዳልሆንኩ አድርጎ አያስብ። እንደዚያ አድርጋቜሁ ዚምትመለኚቱኝ ኹሆነ ግን እኔም እንደ እነሱ በመጠኑ መኩራራት እንድቜል ምክንያታዊነት እንደሚጎድለው ሰው አድርጋቜሁ ተቀበሉኝ።
ኹም ብሓድሜ ኚኣ እብል ኣለኹፊ ሓደ እኳ፡ ዓሻ ኾም ዝዀንኩ ኣይምሰሎ። እንተ መሲሉኩም ግና፡ ኣነ እውን ገለ ቝሩብ ምእንቲ ኜምካሕ፡ ኹም ዓሻ ጌርኩም ተቐበሉኒ።
64,127

64,128
am_tg
እንደዚህ ዹምናገሹው ዚጌታን ምሳሌ በመኹተል ሳይሆን ምክንያታዊ ያልሆነ ሰው እንደሚያደርገው በኩራትና በትምክህት ነው።
እዚ ብርእሰ ምትእምማን ተመኪሐ ዝዛሹቩ ዘለኹ፡ ኹም ዓሻ እምበር፡ ኣብነት ጐይታ ስዒበ ኣይኰንኩን ዝዛሚብ ዘለኹ።
64,129

64,130
am_tg
ብዙዎቜ በሥጋዊ ነገር ስለሚኩራሩ እኔም እኩራራለሁ።
ብዙሓት ኹም ስጋ ኻብ ዚምክሑ፡ ኣነ እውን ክምካሕ እዚ።
64,131
tg_am
ብዙሓት ኹም ስጋ ኻብ ዚምክሑ፡ ኣነ እውን ክምካሕ እዚ።
ብዙዎቜ በሥጋዊ ነገር ስለሚኩራሩ እኔም እኩራራለሁ።
64,132
am_tg
እናንተ በጣም “ምክንያታዊ” ስለሆናቜሁ ምክንያታዊ ያልሆኑ ሰዎቜን በደስታ ትታገሣላቜሁ።
ንስኻትኩም ያኢ ለባማት ስለ ዝዀንኩም፡ ነቶም ዓያሹ ብታሕጓስ ትዕገስዎም ኢኹም።
64,133

64,134
am_tg
እንዲያውም ማንም እንደ ባሪያ ቢያደርጋቜሁ፣ ማንም ንብሚታቜሁን ሙልጭ አድርጎ ቢወስድባቜሁ፣ ማንም ያላቜሁን ቢቀማቜሁ፣ ማንም ራሱን ኹፍ ኹፍ ቢያደርግባቜሁ ወይም ማንም በጥፊ ቢመታቜሁ ትታገሣላቜሁ።
ኹም ባርያ ንዝገበሚኩም ዘበለ፡ ንብሚትኩም ንዝወሓጠ ዘበለ፡ ዘሎኩም ንዝመንዝዐ ዘበለ፡ ንዝዀርዓልኩም ዘበለ፡ ገጜኩም ንዝወቕዓኩም ዘበለ እኳ፡ ትዕገስዎ ኢኹም።
64,135

64,136
am_tg
ይህን መናገር ለእኛ አሳፋሪ ነውፀ ምክንያቱም አንዳንዶቜ በሥልጣናቜን በአግባቡ መጠቀም ዚማንቜል ደካሞቜ እንደሆን አድርገው ሊያስቡ ይቜላሉ። ሆኖም ምክንያታዊነት እንደሚጎድለው ሰው ልናገርና ማንም ሰው በሆነ ነገር ዚልብ ልብ ዹሚሰማው ኹሆነ እኔም ዚልብ ልብ ሊሰማኝ ይቜላል።
ብድኜመት ኹም ዝገበርና ስለ ዚመስል፡ ንውርደትና እዚ እዚ ዝብል ዘለኹ። ካልኊት ዚደፍሩ እንተ ዀይኖም ግና፡—ኚም ዓሻ እዚ ዝዛሚብ ዘለኹ፡—ኣነ እውን እደፍር እዚ።
64,137

64,138
am_tg
ዕብራውያን ናቾው? እኔም ነኝ። እስራኀላውያን ናቾው? እኔም ነኝ። ዚአብርሃም ዘር ናቾው? እኔም ነኝ።
እብራውያን ድዮም፧ ኣነ እውን እዚ። እስራኀላውያን ድዮም፧ ኣነ እውን እዚ። ዘርኢ ኣብርሃም ድዮም፧ ኣነ እውን እዚ።
64,139

64,140
am_tg
ዚክርስቶስ አገልጋዮቜ ናቾው? እንደ እብድ ሰው ልናገርና እኔ ኹሁሉ በላቀ ደሹጃ ዚክርስቶስ አገልጋይ ነኝ፩ ኹሁሉም ይበልጥ ሠርቻለሁ፣ ብዙ ጊዜ ታስሬአለሁ፣ ብዙ ጊዜ ተደብድቀአለሁ እንዲሁም ብዙ ጊዜ ሞት አፋፍ ደርሻለሁ።
ኣገልገልቲ ክርስቶስ ድዮም፧ ኹም ጜሉል እዚ ዝምልስ ዘለኹ፡ ኣነ እበልጟም እዚፊ ሕልፊ ጜዒሚ፡ ዝያዳ ተኣሲሚ፡ ማእለያ ዘይብሉ ተወቒዐ፡ ብዙሕ ሳዕ ኣብ ኣፍ ሞት በጺሐ እዚ።
64,141

64,142
am_tg
አይሁዳውያን ለ40 ጅራፍ አንድ ዹቀሹው ግርፋት አምስት ጊዜ ገርፈውኛልፀ
ብኣይሁድ ሓሙሜተ ሳዕ ን40 ሓደ ጐደል ተገሪፈ እዚ፣
64,143

64,144
am_tg
ሊስት ጊዜ በዱላ ተደብድቀአለሁፀ አንድ ጊዜ በድንጋይ ተወግሬአለሁፀ ሊስት ጊዜ ዚመርኚብ መሰበር አደጋ አጋጥሞኛልፀ አንድ ሌሊትና አንድ ቀን በባሕር ላይ አሳልፌአለሁፀ
ሰለስተ ሳዕ ብሜመል ተዘቢጠ እዚ፣ ሓደ ሳዕ ብዳርባ እምኒ ጚፍጪፎምኒ እዮም፣ ሰለስተ ሳዕ እታ ዝነበርኩዋ መርኚብ ተሰይራ እያ፣ ለይትን መዓልትን ኣብ ማእኚል ባሕሪ ሓዲሚን ውዒለን እዚ፣
64,145

64,146
am_tg
ብዙ ጊዜ ተጉዣለሁፀ ደግሞም በወንዝ ሙላት ለሚመጣ አደጋ፣ ዘራፊዎቜ ለሚያደርሱት አደጋ፣ ዹገዛ ወገኖቌ ለሚያደርሱት አደጋ፣ ኚአሕዛብ ለሚሰነዘር አደጋ፣ በኚተማ፣ በምድሚ በዳና በባሕር ላይ ለሚያጋጥም አደጋ እንዲሁም በሐሰተኛ ወንድሞቜ መካኚል ለሚያጋጥም አደጋ ተጋልጬ ነበርፀ
ብዙሕ ሳዕ ኣብ ጕዕዞ፡ ካብ ኣፍላግ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ኚተርቲ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ደቂ ዓደይ ኣብ ሓደጋ፡ ካብ ኣህዛብ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ ኹተማ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ በሚኻ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ ባሕሪ ኣብ ሓደጋ፡ ኣብ መንጎ ናይ ሓሶት ኣሕዋት ኣብ ሓደጋ ነይሹ እዚ፣
64,147

64,148
am_tg
ብዙ ጥሬአለሁፀ ብዙ ደክሜአለሁፀ ብዙ ጊዜ እንቅልፍ ሳልተኛ አድሬአለሁፀ ተርቀአለሁፀ ተጠምቻለሁፀ ብዙ ጊዜ ምግብ በማጣት ተ቞ግሬአለሁፀ በብርድ ተቆራምጃለሁፀ በልብስ እጊትም ተ቞ግሬአለሁ።
ብጻዕርን ብልፍዓትን፡ ብዙሕ ግዜ ድቃስ ብምስኣን፡ ብጥሜትን ብጜምእን፡ ብዙሕ ግዜ ብዘይ ምግቢ፡ ብቝርን ብዕርቃንን ነይሹ እዚ።
64,149

64,150
am_tg
ኚእነዚህ ውጫዊ ቜግሮቜ በተጚማሪ ዕለት ዕለት ዚሚያስጚንቀኝ ዚጉባኀዎቜ ሁሉ ሐሳብ ነው።
ኣብ ልዕሊ እዚ ኻብ ወጻኢ ዚመጜእ ነገራት እዚ፡ መዓልቲ መዓልቲ ዚርብጞኒ ኣሎ፣ እዚ ድማ ንዅለን ጉባኀታት ዝጭነቖ ጭንቀት እዩ።
64,151

64,152
am_tg
ድካም ዹሚሰማው አለ? እኔስ ብሆን ድካም አይሰማኝም? ዹተሰናኹለ አለ? ይህ እኔን በጣም አያናድደኝም?
መን እዩ ዚደክም፡ ኣነ እውን ዘይደክም፧ መን እዩ ዚዕንቀፍ፡ ኣነ እውን ዘይነድድ፧
64,153

64,154
am_tg
መኩራራት ካስፈለገ ድክመ቎ን በሚያሳዩ ነገሮቜ እኩራራለሁ።
ክምካሕ እንተ ኣሎኒ፡ ብዛዕባ ድኻመይ ክምካሕ እዚ።
64,155
tg_am
ክምካሕ እንተ ኣሎኒ፡ ብዛዕባ ድኻመይ ክምካሕ እዚ።
መኩራራት ካስፈለገ ድክመ቎ን በሚያሳዩ ነገሮቜ እኩራራለሁ።
64,156
am_tg
ለዘላለም ዹሚመሰገነው ዚጌታ ኢዚሱስ አምላክና አባት እዚዋሞሁ እንዳልሆነ ያውቃል።
እቲ ንዘለኣለም ዚውደስ ኣምላኜን ኣቊን ጐይታና ዚሱስ፡ እሕሱ ኾም ዘዚለኹ ይፈልጥ እዩ።
64,157

64,158
am_tg
በደማስቆ ዚንጉሥ አሬጣስ ዚበታቜ ዹሆነው ገዢ ሊይዘኝ ፈልጎ ዚደማስቆ ሰዎቜን ኹተማ ያስጠብቅ ነበርፀ
ኣብ ደማስቆ እቲ ናይ ንጉስ ኣሬጣስ ሹም ኪሕዘኒ ደልዩ፡ ነታ ኾተማ ሰብ ደማስቆ ዹሐልዋ ነይሩ፣
64,159

64,160
am_tg
ሆኖም በኹተማዋ ግንብ ላይ በሚገኘው መስኮት በኩል በቅርጫት አውርደውኝ ኚእጁ አመለጥኩ።
ኣብ ኹፈር ገይሮም ግና በቲ ኣብቲ መካበብያ ዘሎ መስኰት ኣውሪዶምንስ ካብ ኢዱ ኣምሊጠ።
64,161

64,162
am_tg
በአምላክ ፈቃድ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስና ኚወንድማቜን ኚጢሞ቎ዎስ፣ በቆሮንቶስ ለሚገኘው ዹአምላክ ጉባኀ እንዲሁም በመላው አካይያ ለሚኖሩ ቅዱሳን ሁሉ፩
ካብቲ ብፍቓድ ኣምላኜ ሃዋርያ ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ጳውሎስን ጢሞ቎ዎስ ሓውናን፡ ናብታ ኣብ ቈሚንቶስ ዘላ ጉባኀ ኣምላኜ፡ ምስ ኵሎም እቶም ኣብ ብዘላ ኣካይያ ዘለዉ ቕዱሳትፊ
64,163

64,164
am_tg
አባታቜን ኹሆነው አምላክና ኚጌታ ኢዚሱስ ክርስቶስ ጾጋና ሰላም ለእናንተ ይሁን።
ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልኩም።
64,165

64,166
am_tg
ዚምሕሚት አባትና ዚመጜናናት ሁሉ አምላክ ዹሆነው ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ አምላክና አባት ይወደስፀ
እቲ ኣቊ ርሕራሐን ኣምላኜ ኵሉ ምጜንናዕን ዝዀነ ኣምላኜን ኣቊን ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ይወደስ።
64,167

64,168
am_tg
እኛ ኹአምላክ በምናገኘው መጜናኛ በማንኛውም ዓይነት መኚራ ውስጥ ያሉትን ሰዎቜ ማጜናናት እንድንቜል እሱ በሚደርስብን መኚራ ሁሉ ያጜናናናል።
በቲ ኻብ ኣምላኜ እንሚኜቊ ምጜንናዕ፡ ኣብ ጞበባ ዘበለ ንዘለዉ ምእንቲ ኞነጞናንዕ፡ ንሱ ኣብ ኵሉ ጞበባና ዹጾናንዓና እዩ።
64,169

64,170
am_tg
ስለ ክርስቶስ ብለን ዹምንቀበለው መኚራ ብዙ እንደሆነ ሁሉ በክርስቶስ በኩል ዹምናገኘው መጜናኛም ዚዚያኑ ያህል ብዙ ነው።
ኚምቲ እቲ ምእንቲ ክርስቶስ ዜጓንፈና መኚራ ኣባና ዚዓዝዝ ዘሎ፡ ኚምኡ ድማ እቲ ብክርስቶስ እንሚኜቊ ምጜንናዕ ይዓዝዝ ኣሎ።
64,171

64,172
am_tg
ስለዚህ እኛ መኚራ ቢደርስብን ለእናንተ መጜናኛና መዳን ያስገኛልፀ መጜናኛ ብናገኝ ደግሞ በእኛ ላይ ዹደሹሰው መኚራ በእናንተም ላይ ሲደርስ እንድትጞኑ ዚሚሚዳ መጜናኛ ይሆንላቜኋል።
ስለዚ፡ እንተ ጞቢቡና፡ ንምጜንናዕኩምን ንድሕነትኩምን እዩ፣ ወይስ እንተ ተጞናኒዕና፡ ኚምቲ ንሕና ዘሕለፍናዮ ዝኣመሰለ መኚራ ምእንቲ ኜትጻወሩ፡ ንምጜንናዕኩም እዩ።
64,173

64,174
am_tg
እናንተን በተመለኹተ ያለን ተስፋ ዚማይናወጥ ነውፀ ይህም ዹሆነው መኚራውን ኚእኛ ጋር እንደምትካፈሉ ሁሉ መጜናኛውንም እንደምትካፈሉ ስለምናውቅ ነው።
ኚምቲ ተኻፈልቲ መኚራ ዝዀንኩም፡ ኚምኡ ኞኣ ተኻፈልቲ ምጜንናዕ ኹም እትዀኑ ፈሊጥና፡ እታ ኣባኻትኩም ዘላትና ተስፋ ጜንዕቲ እያ።
64,175

64,176
am_tg
ወንድሞቜ፣ በእስያ አውራጃ ስለደሚሰብን መኚራ እንድታውቁ እንፈልጋለን። ኚአቅማቜን በላይ ዹሆነ ኚባድ ጫና ደርሶብን ስለነበር በሕይወት ዚመትሚፍ ተስፋቜን እንኳ ተሟጩ ነበር።
ኣሕዋተዚ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ኣውራጃ እስያ ዘጋጠመና ጞበባ፡ ህይወትና እኳ ኜሳዕ እንቐብጜ፡ ልዕሊ ዓቕምና እምብዛ ኾም ዝኞበደና፡ ዘይትፈልጡ ኜትኰኑ ኣይንደልን ኢና።
64,177

64,178
am_tg
እንዲያውም ዚሞት ፍርድ ተፈርዶብናል ዹሚል ስሜት አድሮብን ነበር። ይህ ዹሆነው ግን በራሳቜን ሳይሆን ሙታንን በሚያስነሳው አምላክ እንድንታመን ነው።
ንሞት ኹም እተፈርደና እውን ተሰሚዑና ነይሩ። እዚ ኞኣ ኣብቲ ንምዉታት ዜተንስእ ኣምላኜ እምበር፡ ኣብ ገዛእ ርእስና ምእንቲ ኞይንእመን እዩ።
64,179

64,180
am_tg
እሱ እንዲህ ካለ ለሞት ሊዳርግ ዚሚቜል አደገኛ ሁኔታ አድኖናልፀ ደግሞም ያድነናልፀ ወደፊትም እንደሚያድነን በእሱ ተስፋ እናደርጋለን።
ንሱ ኻብ ክንድዚ ዚኣክል ሓደጋ ሞት ኣናጊፉና፡ ኬናግፈና ድማ እዩ፣ ገና እውን ኹም ዜናግፈና፡ ኣብኡ ተስፋ ኣሎና።
64,181

64,182
am_tg
እናንተም ስለ እኛ ምልጃ በማቅሚብ ልትሚዱን ትቜላላቜሁ። ይህን ማድሚጋቜሁ ብዙዎቜ በሚያቀርቡት ጞሎት ዚተነሳ ለሚደሹግልን ቞ርነት ብዙዎቜ ስለ እኛ ዚምስጋና ጞሎት እንዲያቀርቡ ያነሳሳ቞ዋል።
ብዙሓት ነቲ ሳላ ጞሎት ብዙሓት ዝሚኞብናዮ ሞገስ ምእንታና ምእንቲ ኌመስግኑሉ፡ ንስኻትኩም እውን ብምህለላኹም ክትድግፉና ትኜእሉ ኢኹም።
64,183

64,184
am_tg
ዚምንኮራበት ነገር ይህ ነው፩ በዓለም ውስጥ በተለይም በእናንተ መካኚል በቅድስናና አምላካዊ ቅንነት በማሳዚት እንደኖርን ሕሊናቜን ይመሠክራልፀ ይህን ያደሚግነው በሥጋዊ ጥበብ ሳይሆን በአምላክ ጾጋ ነው።
ኚመይሲ፡ ንሕና ኣብዛ ዓለም እዚኣ፡ ምናዳ ኞኣ ምሳኻትኩም፡ ብስጋዊ ጥበብ ዘይኰነስ፡ ብጞጋ ኣምላኜ፡ በቲ ኻብ ኣምላኜ ዝዀነ ቕድስናን ግርህነትን ኹም ዝነበርና፡ ትምክሕትና እዚ እዩ፣ ሕልናና እውን ይምስክሚልና እዩ።
64,185

64,186
am_tg
ልታነብቡትና ልትሚዱት ኚምትቜሉት በቀር ስለ ሌላ ነገር አንጜፍላቜሁምፀ ይህን ነገር በተሟላ ሁኔታ መሚዳታቜሁን እንደምትቀጥሉ ተስፋ አደርጋለሁፀ
ብዘይካ እቲ ኞተንብብዎን ክትርድእዎን እትኜእሉሲ፡ ካልእ ኣይንጜሕፈልኩምን ኢና፣ ነዚ ኞኣ ምሉእ ብምሉእ ክትርድእዎ ተስፋ እገብር።
64,187

64,188
am_tg
አንዳንዶቻቜሁ በእኛ መኩራት እንደምትቜሉ እንደተገነዘባቜሁ ሁሉ እኛም በጌታቜን በኢዚሱስ ቀን በእናንተ እንኮራለን።
ኚምቲ ንስኻትኩም እውን ብመዓልቲ ጐይታና ዚሱስ ንዓና ትምክሕትና እትዀኑ፡ ንሕና ትምክሕትኹም ምዃንና ብእተወሰነ ተሚዲኡኩም ኣሎ።
64,189

64,190
am_tg
በመሆኑም በዚህ በመተማመን ዳግመኛ እንድትደሰቱ በመጀመሪያ ወደ እናንተ ለመምጣት አቅጄ ነበርፀ
በዚ ተኣማሚነ ኞኣ፡ ካልኣይ ሳዕ ምእንቲ ኜትሕጐሱ፡ ቅድም ናባኻትኩም ክመጜእ ሓሲበ ነይሚ፣
64,191

64,192
am_tg
ወደ መቄዶንያ ስሄድ እግሚ መንገዮን እናንተን ለማዚት፣ ኚዚያም ኚመቄዶንያ ተመልሌ ኚእናንተ ጋር ለመገናኘትና ወደ ይሁዳ እንድትሞኙኝ ለማድሚግ አስቀ ነበር።
እወ፡ ብኣኻትኩም ኣቢለ ናብ መቄዶንያ ኜሓልፍ፡ ካብ መቄዶንያ ድማ ናባኻትኩም ክምለስ እሞ፡ ንስኻትኩም ናብ ይሁዳ ኾተፋንዉኒ ሓሲበ ነይሚ።
64,193

64,194
am_tg
እንዲህ ዓይነት ዕቅድ አውጥቌ ዹነበሹው እንዲሁ ሳላስብበት ይመስላቜኋል? ወይስ ማንኛውንም ነገር ሳቅድ በሥጋዊ አስተሳሰብ ተነድቌ በማቀድ አንዮ “አዎ፣ አዎ” ኚዚያ ደግሞ “አይሆንም፣ አይሆንም” ዹምል ይመስላቜኋል?
ኹምዚ ኢለ ምስ ሓሰብኩስ፡ ነዚ ኣቕሊለ ድዚ ርእዚዮ፧ ወይስ “እወ፡ እወ” ኜብል ጞኒሐ፡ “ኣይፋል፡ ኣይፋል” እናበልኩ ብስጋዊ መገዲ ድዚ ዕላማ ዝገብር፧
64,195

64,196
am_tg
አምላክ እምነት ዚሚጣልበት እንደመሆኑ መጠን እኛ ለእናንተ ዹምንናገሹውም ነገር እውነት ነው። መጀመሪያ ላይ “አዎ” ብለን ኚዚያ ደግሞ “አይሆንም” አንልም።
ኚምቲ ኣምላኜ እሙን ዝዀነ፡ እቲ ንዓኻትኩም ዝበልናኩም፡ “እወ” መሊስካ ኞኣ “ኣይፋል” ኣይኰነን።
64,197

64,198
am_tg
ምክንያቱም እኛ ማለትም እኔ፣ ስልዋኖስና ጢሞ቎ዎስ ዚሰበክንላቜሁ ዹአምላክ ልጅ ዹሆነው ኢዚሱስ ክርስቶስ “አዎ” ሆኖ እያለ “አይደለም” ሊሆን አይቜልምፀ ኹዚህ ይልቅ ኚእሱ ጋር በተያያዘ “አዎ” ዚተባለው “አዎ” ሆኗል።
ኚመይሲ፡ እቲ ብኣና፡ ማለት ብኣይን ብስልዋኖስን ብጢሞ቎ዎስን ኣባኻትኩም እተሰብኚ ወዲ ኣምላኜ ዝዀነ ዚሱስ ክርስቶስ፡ “እወ” መሊስካ ኞኣ “ኣይፋል” ኣይኰነን፣ ግናኞ፡ ኣብኡ “እወ፡ እወ” ዀይኑ እዩ።
64,199