Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
64,300
am_tg
ሆኖም አንድ ሰው ወደ ይሖዋ ሲመለስ መሾፈኛው ይወገዳል።
ሓደ ናብ ዹሆዋ ምስ ዚምለስ ግና፡ እቲ መጐልበቢ ይቕንጠጥ እዩ።
64,301
tg_am

64,302
am_tg
ይሖዋ መንፈስ ነውፀ ዹይሖዋ መንፈስ ባለበት ደግሞ ነፃነት አለ።
ዹሆዋ መንፈስ እዩ፣ ኣብቲ መንፈስ ዹሆዋ ዘለዎ ድማ፡ ኣብኡ ሓርነት ኣሎ።
64,303

64,304
am_tg
እኛ ሁላቜንም ባልተሞፈነ ፊት ዹይሖዋን ክብር እንደ መስተዋት ስናንጞባርቅ ያንኑ መልክ ለመምሰል ኚክብር ወደ ክብር እንለወጣለንፀ በዚህ መንገድ መንፈስ ዹሆነው ይሖዋ ራሱ እንደሚያደርገን እንሆናለን።
ኵላትና ብዘይተጐልበበ ገጜ፡ ክብሪ ዹሆዋ ኾም መስትያት እናኣንጞባሚቕና ኞኣ፡ ልክዕ ኚምቲ በቲ መንፈስ ዝዀነ ዹሆዋ ዚግበር፡ ካብ ሓደ ደሹጃ ኜብሪ ናብ ካልእ ደሹጃ ኜብሪ ናብቲ ምስሊ እቲ ንልወጥ ኢና።
64,305

64,306
am_tg
ለቅዱሳን ዹሚደሹገውን አገልግሎት በተመለኹተ ልጜፍላቜሁ አያስፈልግምፀ
ብዛዕባ እቲ ንቕዱሳት ዚኾውን ኣገልግሎት፡ ክጜሕፈልኩም ኣዚድልዚንን እዩ፣
64,307

64,308
am_tg
እርዳታ ለመስጠት ፈቃደኛ መሆናቜሁን አውቃለሁናፀ በመሆኑም “ዚአካይያ ወንድሞቜ ሌሎቜን ለመርዳት ለአንድ ዓመት ያህል ዝግጁ ሆነው ሲጠባበቁ ቆይተዋል” ብዬ ለመቄዶንያ ወንድሞቜ በኩራት ተናግሬአለሁፀ ዚእናንተ ቅንዓት ደግሞ አብዛኞቹን አነሳስቷል።
ኚመይሲ፡ እቲ ኣካይያ ኻብ ዓሚ ኣትሒዛ ኾም እተዳለወት ንመቄዶናውያን እተመካሕኩሉ ፍቓደኛነትኩምን እቲ ንመብዛሕትኊም ዘለዓዓለ ቕንኣትኩምን እፈልጥ እዚ።
64,309

64,310
am_tg
ይሁንና በዚህ ሚገድ በእናንተ ላይ ያለን ትምክህት ኚንቱ ሆኖ እንዳይቀር አስቀድሞ ስለ እናንተ እንደተናገርኩት ተዘጋጅታቜሁ እንድትጠብቁ ወንድሞቜን እልካለሁ።
ኰይኑ ግና፡ እቲ እተመካሕናዮ ኣብዚ መዳይ እዚ ኞንቱ ምእንቲ ኞይኚውን፡ ኚምቲ ዝበልክዎ፡ ተዳሊኹም ምእንቲ ኜትጞንሑ፡ ነቶም ኣሕዋት እሰድዶም ኣለኹ።
64,311

64,312
am_tg
አለዚያ ዚመቄዶንያ ወንድሞቜ ኚእኔ ጋር መጥተው ዝግጁ ሳትሆኑ ቢያገኟቜሁ፣ እናንተ ብቻ ሳትሆኑ እኛም በእናንተ በመተማመናቜን እናፍራለን።
እንተ ዘይኰነስ፡ መቄዶናውያን ምሳይ እንተ መጺኊም እሞ ኞይተዳሎኹም እንተ ሚኺቊምኹም፡ ንሕና ዀንና ንስኻትኩም በቲ ኣባኻትኩም ዘሎና እምንቶ ኜንሓፍር ኢና።
64,313

64,314
am_tg
ስለዚህ ቀደም ሲል ልትሰጡ ቃል ዚገባቜሁትን ዚልግስና ስጊታ አስቀድመው ያዘጋጁ ዘንድ ወንድሞቜ ቀደም ብለው ወደ እናንተ እንዲመጡ ማበሚታታት አስፈላጊ ሆኖ አግኝቌዋለሁ። እንዲህ ኹሆነ ስጊታው ተዘጋጅቶ ይጠብቀናልፀ ይህ ደግሞ ስጊታ ዚሰጣቜሁት አስገድደናቜሁ ሳይሆን በልግስና እንደሆነ ያሳያል።
እምበኣር፡ ነቶም ኣሕዋት ኣቐዲሞም ናባኻትኩም ምእንቲ ኺመጹ ኞተባብዖምን እቲ ኞተበርክትዎ ዘተስፈኹምዎ ህያብ ተዳልዩ ኺጞንሕን ዜድሊ ዀይኑ ተሰሚዑኒ ኣሎ፣ በዚ ኾምዚ ኞኣ፡ እዚ ኾም ብግዲ እተዋህበ ዘይኰነስ፡ ኹም እተበርኚተ ህያብ ኰይኑ ኺዳሎ ይኜእል።
64,315

64,316
am_tg
ይሁንና ጥቂት ዚሚዘራ ሁሉ ጥቂት ያጭዳልፀ በብዛት ዚሚዘራ ሁሉ ደግሞ በብዛት ያጭዳል።
ብዛዕባ እዚ ግና፡ እቲ ቘጢቡ ዚዘርእ፡ ቈጢቡ ይዓጜድ፣ እቲ ብበሚኞት ዚዘርእ ኚኣ፡ ብበሚኞት ይዓጜድ።
64,317

64,318
am_tg
አምላክ በደስታ ዹሚሰጠውን ሰው ስለሚወድ እያንዳንዱ ሰው ቅር እያለው ወይም ተገዶ ሳይሆን በልቡ ያሰበውን ይስጥ።
ኣምላኜ ሕጉስ ወሃቢ እዩ ዚፈቱ እሞ፡ ነፍሲ ወኹፍ ብጓሂ ወይስ ብግዲ ዘይኰነስ፡ ኚምቲ ብልቡ ዝሓለኖ ይሃብ።
64,319

64,320
am_tg
በተጚማሪም ምንጊዜም ዚሚያስፈልጋቜሁ ነገር በበቂ ሁኔታ እንዲኖራቜሁ እንዲሁም መልካም ሥራን ሁሉ ለመሥራት ዚሚያስቜላቜሁን ነገር በብዛት እንድታገኙ አምላክ ጾጋውን ሁሉ ሊያበዛላቜሁ ይቜላል።
ብዘይካዚ፡ ኵሉ ሳዕ ብዅሉ ምሉእ ዘይጕዱል ኣልዩኩም፡ ብዅሉ ሰናይ ግብሪ ዕዙዛት ምእንቲ ኜትኰኑ፡ ኣምላኜ ጞጋኡ ኌብዝሓልኩም ይኜእል እዩ።
64,321

64,322
am_tg
(ይህም “በብዛት አኚፋፈለፀ ለድሆቜም ሰጠ። ጜድቁ ለዘላለም ይኖራል” ተብሎ እንደተጻፈው ነው።
(ኚምቲ፡ “ብሰፊሑ ዓዲሉ፣ ንድኻታት ሂቡ። ጜድቁ ንዘለኣለም ይነብር” ተባሂሉ እተጻሕፈ እዩ።
64,323

64,324
am_tg
እንግዲህ ለዘሪ ዘርን፣ ለመብል እህልን አትሚፍርፎ ዹሚሰጠው እሱ ዚምትዘሩትን ዘር አትሚፍርፎ ይሰጣቜኋልፀ እንዲሁም ዚጜድቃቜሁን ፍሬ ያበዛላቜኋል።)
እቲ ንዘራኢ ዘርእን ንምግቢ ዚኾውን እንጌራን ኣብዚሑ ዚህብ፡ ንሱ ዘርኢ ኺህበኩምን ኬበርክተልኩምን ፍሹ ጜድቅኹም ኬብዝሖን እዩ።)
64,325

64,326
am_tg
በሁሉም መንገድ በልግስና መስጠት እንድትቜሉ አምላክ አትሚፍርፎ ይባርካቜኋልፀ እኛ በምናኹናውነው ሥራ ዚተነሳ እንዲህ ያለው ልግስና ሰዎቜ ለአምላክ ምስጋና እንዲያቀርቡ ያነሳሳ቞ዋልፀ
ብዅሉ በቲ ብኣና ኣቢሉ ንኣምላኜ ምስጋና ዜምጜእ ኵሉ ልግሲ ትህብትሙ ኣለኹም፣
64,327

64,328
am_tg
ምክንያቱም ይህ ዚምታኚናውኑት ሕዝባዊ አገልግሎት ቅዱሳን ዚሚያስፈልጓ቞ው ነገሮቜ በሚገባ እንዲሟሉላ቞ው ኚማድሚጉም በተጚማሪ በርካታ ሰዎቜ ለአምላክ ብዙ ምስጋና እንዲያቀርቡ ያደርጋል።
ምኜንያቱ፡ እዚ ህዝባዊ ኣገልግሎት እዚ ዚግበር፡ ነቶም ቅዱሳት ዜድልዮም ዘበለ ንምምላእ ጥራይ ዘይኰነስ፡ ንኣምላኜ ዚቐርብ ብዙሕ ምስጋና ምእንቲ ኺዓዝዝ እውን እዩ።
64,329

64,330
am_tg
በዚህ ዚእርዳታ አገልግሎት አማካኝነት ዚሚያዩት ማስሚጃ አምላክን እንዲያኚብሩ ያደርጋ቞ዋልፀ ምክንያቱም እናንተ በይፋ ለምታውጁት ስለ ክርስቶስ ለሚገልጾው ምሥራቜ ተገዢዎቜ ናቜሁፀ እንዲሁም ለእነሱም ሆነ ለሁሉም በምታደርጉት መዋጮ ለጋሶቜ ናቜሁ።
ነቲ ብስራት ክርስቶስ ክትሰብኩ ኞለኹም ተገዛእቲ ስለ ዝዀንኩምን ንዓታቶምን ንዅሉን ብልግሲ ስለ እተዋጜኡን፡ እዚ ኣገልግሎት ሚድኀት እዚ ብዜቕርቊ መርትዖ፡ ንኣምላኜ ዚሞግስዎ እዮም።
64,331

64,332
am_tg
ደግሞም አምላክ ኚሰጣቜሁ ዹላቀ ጾጋ ዚተነሳ ስለ እናንተ ምልጃ እያቀሚቡ ለእናንተ ያላ቞ውን ፍቅር ይገልጻሉ።
ስለቲ ኣባኻትኩም ዘሎ ሓለፍ ዝበለ ጾጋ ኣምላኜ ምእንታኹም ብምምህላል ኚኣ፡ ኪላለዩኹም ሃሚር ኹም ዚብሉ ዚርእዩ ኣለዉ።
64,333

64,334
am_tg
በቃላት ሊገለጜ ለማይቜለው ነፃ ስጊታው አምላክ ዹተመሰገነ ይሁን።
ስለቲ ኺግለጜ ዘይኚኣል ናጻ ውህበቱ፡ ንኣምላኜ ምስጋና ይኹኖ።
64,335

64,336
am_tg
እንደገና በምመጣበት ጊዜ ለሐዘን ምክንያት ዹሚሆን ነገር እንዳይፈጠር ወስኛለሁ።
ስለዚ፡ ኹም ብሓድሜ ብጓሂ ኞይመጞኩም ወሲነ ኣለኹ።
64,337

64,338
am_tg
ምክንያቱም ዚደስታዬ ምንጭ ዚሆናቜሁትን እናንተን ካሳዘንኳቜሁ እንግዲህ እኔን ማን ሊያስደስተኝ ነው?
ንዓኻትኩም እንተ ኣጕህዚኩምሲ፡ ንዓይ ብዘይካ እቶም ዘጕሃኜዎም ካልእ ዜሐጕሰኒ መን ኪህሉ እዩ፧
64,339

64,340
am_tg
ባለፈው ጊዜ ዚጻፍኩላቜሁ በምመጣበት ጊዜ ልደሰትባ቞ው በሚገባ ሰዎቜ እንዳላዝን ነውፀ ምክንያቱም ዚእኔ ደስታ ዚእናንተ ዚሁላቜሁም ደስታ እንደሚሆን እተማመናለሁ።
ሓጐሰይ ሓጐስ ኵላትኩም ኹም ዝዀነ ብዅላትኩም ስለ ዝተኣማመን፡ ምስ መጻእኩ፡ በቶም ክሕጐሰሎም ዚግብኣኒ ምእንቲ ኞይጕሂ፡ እዚ እጜሕፈልኩም ኣለኹ።
64,341

64,342
am_tg
ልቀ በብዙ መኚራና ጭንቀት ተውጩ በብዙ እንባ ዚጻፍኩላቜሁ እንድታዝኑ ሳይሆን ለእናንተ ያለኝን ጥልቅ ፍቅር እንድታውቁ ነው።
ክሳዕ ክንደይ ኣዝዚ ኾም ዘፍቅሚኩም ምእንቲ ኜትፈልጡ እምበር፡ ምእንቲ ኞጕህዚኩም ኢለ ኣይኰንኩን ነዚ ብብዙሕ ጞበባን ጭንቀት ልብን ብዙሕ እናነባዕኩ ዝጞሓፍኩልኩም።
64,343

64,344
am_tg
ለሐዘን ዚሚዳርግ ነገር ያደሚገ ማንም ቢኖር ያሳዘነው እኔን ሳይሆን በተወሰነ ደሹጃም ቢሆን ሁላቜሁንም ነውፀ እንዲህ ያልኩት ግን ነገሩን ለማክበድ ብዬ አይደለም።
ንሰብ ዘጕሃዹ እንተ ኣልዩ ኞኣ፡ እምብዛ ደኣ ኞዚኜብደሉ እምበር፡ ንዓይ ዘይኰነስ፡ ብእተወሰነ ንዅላትኩም እዩ ኣጕህዩ።
64,345

64,346
am_tg
እንዲህ ዓይነቱ ሰው ኚእናንተ አብዛኞቻቜሁ ዚሰጣቜሁት ተግሣጜ ይበቃዋልፀ
ነዚ ኾምዚ ዝበለስ፡ እቲ ኻብ መብዛሕትኹም እተዋህቊ መግናሕቲ ይኣኜሎ እዩ፣
64,347

64,348
am_tg
አሁን ይህ ሰው ኹልክ በላይ በሐዘን እንዳይዋጥ በደግነት ይቅር ልትሉትና ልታጜናኑት ይገባል።
እኳ ደኣስ፡ ብብዝሒ ጓሂ ምእንቲ ኞይወሓጥ፡ ብለውሃት ይቕሹ በሉሉን ኣጞናንዕዎን።
64,349

64,350
am_tg
ስለዚህ ለእሱ ያላቜሁን ፍቅር እንድታሚጋግጡለት አሳስባቜኋለሁ።
ስለዚ፡ ፍቕርኹም ኚተሚጋግጹሉ እምዕደኩም ኣለኹ።
64,351
tg_am
ስለዚ፡ ፍቕርኹም ኚተሚጋግጹሉ እምዕደኩም ኣለኹ።
ስለዚህ ለእሱ ያላቜሁን ፍቅር እንድታሚጋግጡለት አሳስባቜኋለሁ።
64,352
am_tg
ዚጻፍኩላቜሁም በሁሉም ነገር ታዛዥ መሆናቜሁን ታሳዩ እንደሆነ ለማሚጋገጥ ነው።
ብዅሉ ነገር እዙዛት እንተ ዄንኩም መርትዖ ምእንቲ ኞተቕርቡ ኢለ እውን እዚ ዝጞሓፍኩልኩም።
64,353

64,354
am_tg
በደሉ ምንም ይሁን ምን እናንተ ይቅር ያላቜሁትን ማንኛውንም ሰው እኔም ይቅር እለዋለሁ። እንዲያውም ሁሉንም ነገር በክርስቶስ ፊት ይቅር ያልኩት (ይቅር ያልኩት ነገር ካለ) ለእናንተ ስል ነውፀ
ነቲ ይቕሹ እትብሉሉ፡ ኣነ እውን ይቕሹ እብለሉ እዚ። እኳ ደኣስ፡ ይቕሹ ዝበልክዎ ዘበለ፡ (ማለት ይቕሹ ዝበልክዎ እንተ ኣልዩ፡) ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ ምእንታኹም እዩ፣
64,355

64,356
am_tg
ይህም ሰይጣን መግቢያ ቀዳዳ እንዳያገኝ ነውፀ እሱ ዹሚሾርበውን ተንኮል እናውቃለንና።
ማለት ሰይጣን ኚይብለጞልና ኢለ እዚ፣ ምኜንያቱ፡ ውዲቱ ኣይንስሕቶን ኢና።
64,357

64,358
am_tg
ስለ ክርስቶስ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ ለማወጅ ጥሮአስ በደሚስኩ ጊዜ ዚጌታን ሥራ ለማኹናወን በር ተኚፍቶልኝ ነበርፀ
ብስራት ክርስቶስ ምእንቲ ኞበስር ኢለ ናብ ጥሮኣስ ምስ መጻእኩ፡ ብጐይታ ኣፍ ደገ ተኞፊቱለይ ነይሩ፣
64,359

64,360
am_tg
ይሁንና ወንድሜን ቲቶን ስላላገኘሁት መንፈሮ ተሚብሟ ነበር። በመሆኑም በዚያ ያሉትን ተሰናብቌ ወደ መቄዶንያ ሄድኩ።
ንቲቶስ ሓወይ ስለ ዘይሚኞብክዎ ግና፡ መንፈሰይ ኣይቀሰነን። ስለዚ፡ ተሰናቢተዮም ናብ መቄዶንያ ነቒለ።
64,361

64,362
am_tg
በድል ሰልፍ ኚክርስቶስ ጋር አብሚን እንድንጓዝ በማድሚግ ዘወትር ለሚመራንና ዚእውቀቱ መዓዛ በእኛ አማካኝነት በሁሉም ቊታ እንዲናኝ ለሚያደርገው አምላክ ምስጋና ይድሚሰው!
ግናኞ፡ ነቲ ምስ ክርስቶስ ብሓባር ገይሩ ዅሉ ሳዕ ኣብ ዓጀባ ዓወት ዚመርሓናን ብኣና ኣቢሉ ሜታ ፍልጠቱ ኣብ ኵሉ ቊታ ዚዝርግሕን ኣምላኜ ምስጋና ይኹኖ።
64,363

64,364
am_tg
እኛ ወደ መዳን በሚወስደው ጎዳና ላይ ባሉት መካኚልና ወደ ጥፋት እያመሩ ባሉት መካኚል ለአምላክ ዚክርስቶስ መዓዛ ነንናፀ
ኚመይሲ፡ ኣብ መንጎ እቶም ዚድሕኑን እቶም ዚጠፍኡን፡ ንኣምላኜ ምዑዝ ሜታ ክርስቶስ ኢና፣
64,365

64,366
am_tg
ወደ ጥፋት እያመሩ ላሉት ለሞት ዚሚዳርግ ዚሞት ሜታ፣ ወደ መዳን በሚወስደው ጎዳና ላይ ላሉት ደግሞ ወደ ሕይወት ዚሚመራ ዚሕይወት መዓዛ ነን። እንዲህ ላለው አገልግሎት ብቃት ያለው ማን ነው?
ነቶም ዚጠፍኡ ናብ ሞት ዚመርሕ ሜታ ሞት፡ ነቶም ዚድሕኑ ግና ናብ ህይወት ዚመርሕ መዓዛ ህይወት ኢና። ነዚኾ ብቕዓት ዘለዎ መን እዩ፧
64,367

64,368
am_tg
እኛ ነንፀ ምክንያቱም እኛ እንደ ብዙዎቹ ሰዎቜ ዹአምላክን ቃል አንሞቃቅጥምፀ ኹዚህ ይልቅ በአምላክ ዹተላክን እንደመሆናቜን መጠን በቅንነት እንናገራለንፀ ይህን ዹምናደርገው በአምላክ ፊት ሆነን እንዲሁም ኚክርስቶስ ጋር በመተባበር ነው።
ንሕና ኢና፣ ኚመይሲ፡ ካብ ኣምላኜ ተላኢኜና፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ምስ ክርስቶስ ሓቢርና ብዅሉ ግርህነት ንዛሚብ ኣለና እምበር፡ ኚምቶም ብዙሓት ዝዀንዎ፡ ሞቀጥቲ ቓል ኣምላኜ ኣይኰንናን።
64,369

64,370
am_tg
በመካኚላቜሁ ሆኜ ፊት ለፊት ስታይ እንደ ደካማ ዹምቆጠሹውና ኚእናንተ ስርቅ እንደ ደፋር ዚምታዚው እኔ ጳውሎስ በክርስቶስ ገርነትና ደግነት እለምናቜኋለሁ።
ምሳኻትኩም ገጜ ንገጜ ክኾውን ኚለኹ ያኢ ዝትሑት፡ ምሳኻትኩም ኚዚለኹ ግና ዝተብዓልኩም ኣነ ጳውሎስ ባዕለይ፡ ብልእመትን ብለውሃትን ክርስቶስ እልምነኩም ኣለኹ።
64,371

64,372
am_tg
በመካኚላቜሁ በምገኝበት ጊዜ በሥጋዊ አስተሳሰብ እንደምንመላለስ አድርገው በሚቆጥሩን አንዳንድ ሰዎቜ ላይ በድፍሚት ኚባድ እርምጃ ለመውሰድ ዚሚያስገድድ ሁኔታ እንደማይፈጠር ተስፋ አደርጋለሁ።
ምሳኻትኩም ክኾውን ኚለኹ፡ ነቶም ኹም ስጋ ኾም እንመላለስ ዚቘጜሩና፡ ተቢዐ እቲ ዝሓለንክዎ ሓያል ስጕምቲ ኞይወስደሎም፡ እልምን ኣለኹ።
64,373

64,374
am_tg
ምንም እንኳ በሥጋ ዹምንኖር ቢሆንም ዹምንዋጋው በሥጋዊ መንገድ አይደለም።
ብስጋ እንመላለስ ክነስናስ፡ ኹም ስጋ ኣይንዋጋእን ኢና።
64,375

64,376
am_tg
ዚምንዋጋባ቞ው ዹጩር መሣሪያዎቻቜን ሥጋዊ አይደሉምናፀ ይሁን እንጂ ምሜግን ለመደርመስ ዚሚያስቜል መለኮታዊ ኃይል ያላ቞ው ና቞ው።
ኣጜዋር ውግእና ጜኑዕ ዕርድታት ዜፍርስ ሓይሊ ኣምላኜ ዘለዎ እዩ እምበር፡ ስጋዊ ኣይኰነን።
64,377

64,378
am_tg
ስለ አምላክ ዹሚገልጾውን እውቀት ዚሚጻሚሩ ዚተሳሳቱ ሐሳቊቜንና ይህን እውቀት ዚሚያግድን ማንኛውንም ኹፍ ያለ ነገር እናፈርሳለንፀ እንዲሁም ማንኛውንም ሐሳብ እዚማሚክን ለክርስቶስ እንዲታዘዝ እናደርጋለንፀ
ብእኡ ኞኣ ሓሳባትን ምስ ፍልጠት ኣምላኜ ዚጻሚር ኵሉ ልዕል ዝበለን ነፍርስ ኣለና፣ ኵሉ ሓሳብ ንክርስቶስ ምእንቲ ኺእዘዝ ድማ፡ ንማርኜ ኣለና፣
64,379

64,380
am_tg
ሙሉ በሙሉ ታዛዊቜ መሆናቜሁን ካሳያቜሁ በኋላ በማንኛውም መንገድ ታዛዥ በማይሆን ግለሰብ ላይ ዚቅጣት እርምጃ ለመውሰድ ተዘጋጅተናል።
ምሉእ ብምሉእ እዙዛት ምዃንኩም ምስ ተራእዚ እውን፡ ንዅሉ ዘይተኣዛዝነት ንምቕጻዕ ተዳሊና ኣለና።
64,381

64,382
am_tg
እናንተ ዚምትመለኚቱት ውጫዊውን ነገር ብቻ ነው። ማንም ሰው ዚክርስቶስ ነኝ ብሎ በራሱ ዹሚተማመን ኹሆነ እሱ ዚክርስቶስ እንደሆነ ሁሉ እኛም ዚክርስቶስ እንደሆን በድጋሚ ሊያጀን ይገባዋል።
ንስኻትኩምሲ ገጜ ኢኹም እትርእዩ። ናይ ክርስቶስ ኹም ዝዀነ ብርእሱ ዚተኣማመን እንተሎ፡ ኚምቲ ንሱ ናይ ክርስቶስ ዝዀነ፡ ንሕና እውን ኚምኡ ኾም ዝዀንና ኾም ብሓድሜ ይሕሰብ።
64,383

64,384
am_tg
ጌታ እናንተን ለማፍሚስ ሳይሆን ለማነጜ በሰጠን ሥልጣን እጅግ ብኮራም እንኳ ለኀፍሚት አልዳሚግምና።
በቲ ጐይታ ንምፍራስኩም ዘይኰነስ፡ ንምህናጜኩም ዝሃበና ስልጣን ቍሩብ ኣብዚሐ እንተ ዝምካሕሲ፡ ኣይምሓፈርኩን ነይሚ።
64,385

64,386
am_tg
እናንተን በደብዳቀዎቌ ለማስፈራራት እዚሞኚርኩ ያለሁ ሆኖ እንዲሰማቜሁ አልፈልግም።
ብደብዳበታተይ ኚሰምብደኩም ኹም ዝደለኹ ኜመስል ኣይደልን እዚ።
64,387

64,388
am_tg
አንዳንዶቜ “ደብዳቀዎቹ ኚባድና ኃይለኛ ና቞ውፀ በመካኚላቜን በአካል ሲገኝ ግን ደካማ ኹመሆኑም በላይ ንግግሩ ዹተናቀ ነው” ይላሉና።
ኚመይሲ፡ “እተን ደብዳበታቱ ኞበድትን ሓያላትን እዚን፣ ብኣካል ምሳና ኾሎ ግና ድኹም፡ ዘሚባኡ እውን ንዑቕ እዩ” ይብሉ እዮም።
64,389

64,390
am_tg
እንዲህ ያለው ሰው፣ በአካል ሳንኖር በደብዳቀዎቻቜን ዹምንናገሹው ቃልና በአካል ስንገኝ ዹምናደርገው ነገር ምንም ልዩነት እንደሌለው መገንዘብ ይገባዋል።
እቲ ኾምዚ ዝበለ ሰብ፡ ኚምቲ ምሳኻትኩም ኹዹለና ብደብዳበታትና እንብሎ፡ ምሳኻትኩም ኹለና እውን ኚምኡ ኾም እንገብር ይሕሰብ።
64,391

64,392
am_tg
እኛ ራሳ቞ውን ብቁ አድርገው ኚሚያቀርቡ ሰዎቜ ጋር ራሳቜንን ለመመደብ ወይም ለማነጻጞር አንደፍርምና። ይሁንና እነሱ ራሳ቞ውን በራሳ቞ው ሲመዝኑና ራሳ቞ውን ኚራሳ቞ው ጋር ሲያነጻጜሩ ማስተዋል እንደሌላ቞ው ያሳያሉ።
ምኜንያቱ፡ ምስቶም ርእሶም ዚንእዱ ኜንቍጞር ወይ ክንመዓራሚ ኣይንደፍርን ኢና። ግናኞ፡ ንሳቶም ባዕላቶም ንርእሶም ካብ ዚልክዑ፡ ንርእሶም እውን ምስ ርእሶም ካብ ዜመዓራርዩ፡ ኣእምሮ ዚብሎምን።
64,393

64,394
am_tg
እኛ ግን ኹተሰጠን ወሰን ውጭ ባለው ነገር አንኩራራምፀ ኹዚህ ይልቅ ዚምንኮራው አምላክ ለክቶ በሰጠን ክልል ውስጥ ባለው ነገር ብቻ ነውፀ ይህ ክልል ደግሞ እናንተንም ያጠቃልላል።
ንሕና ግና በቲ ኣብ ውሜጢ እቲ ኣምላኜ ለኪዑ ዝሃበና፡ ክሳዕ ኣባኻትኩም እውን ዚበጜሕ ደሚት ዘሎ ኜሊ እምበር፡ በቲ ኻብቲ እተመደበልና ደሚት ወጻኢ ዘሎ ኣይንምካሕን ኢና።
64,395

64,396
am_tg
እናንተ ኚክልላቜን ውጭ ያላቜሁ ይመስል እናንተ ጋር ለመድሚስ ኚክልላቜን ውጭ መሄድ አላስፈለገንምፀ ስለ ክርስቶስ ዹሚገልጾውን ምሥራቜ በመጀመሪያ እናንተ እስካላቜሁበት ድሚስ ይዘን ዚመጣነው እኛ ነንና።
ብዛዕባ ክርስቶስ እናኣበሰርና ኜሳብ ናባኻትኩም ቀዲምና ዝበጻሕና ንሕና ኢና እሞ፡ ናባኻትኩም ኹም ዘይበጻሕና ዄንናስ፡ እምብዛ ኣይንመጣጠርን ኢና።
64,397

64,398
am_tg
ኹተመደበልን ወሰን ውጭ ሌላ ሰው በደኚመበት ነገር እዚተኩራራን አይደለምፀ ሆኖም እምነታቜሁ እያደገ ሲሄድ በክልላቜን ውስጥ ያኚናወንነውን ሥራ በሚገባ እንደምትገነዘቡ ተስፋ እናደርጋለን። ይህም ይበልጥ እንድንሠራ ያደርገናልፀ
ካብቲ እተመደበልና ደሚት ወጺእና ብጻዕሪ ኻልኊት ኣይንምካሕን ኢና፣ ግናኞ፡ እምነትኩም እናወሰኞት ምስ ኚደት፡ እቲ ኣብ ክልና ዝገበርናዮ ኺውስኜ ተስፋ ንገብር። ሜዑ፡ ብዝያዳ ኜንገብር፡
64,399