Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,100
am_tg
ደስተኛውና ብ቞ኛው ኃያል ገዢ በተወሰነለት ጊዜ ራሱን ይገልጣል። እሱ ዚነገሥታት ንጉሥና ዚጌቶቜ ጌታ ነውፀ
ነዚ ኞኣ እቲ ሕጉስን በይኑ ስልጣን ዘለዎን ኣብቲ ምዱብ ግዜያት ኪገልጟ እዩ። ንሱ ንጉስ ነገስታትን ጐይታ ጐይተትን፡
66,101
tg_am

66,102
am_tg
ያለመሞትን ባሕርይ ዹተላበሰው እሱ ብቻ ነውፀ ሊቀሚብ በማይቜል ብርሃን ውስጥ ይኖራልፀ እሱን ያዚ ወይም ሊያዚው ዚሚቜል አንድም ሰው ዚለም። ክብርና ዘላለማዊ ኃይል ለእሱ ይሁን። አሜን።
በይኑ ዘይመውት፡ ሓደ ሰብ እኳ ዘይሚኣዮ ወይ ኪርእዮ ዘይክእል ኣብ ዘይቅሚብ ብርሃን ዚነብር እዩ። ንዕኡ ኜብርን ናይ ዘለኣለም ሓይልን ይኹን። ኣሜን።
66,103

66,104
am_tg
አሁን ባለው ሥርዓት ሀብታም ዚሆኑትን ሰዎቜ እንዳይታበዩ እንዲሁም ተስፋ቞ውን አስተማማኝነት በሌለው ሀብት ላይ ሳይሆን ዚሚያስደስቱንን ነገሮቜ ሁሉ አትሚፍርፎ በሚሰጠን አምላክ ላይ እንዲጥሉ እዘዛ቞ው።
ነቶም ኣብዚ ስርዓት እዚ ዘለዉ ሃብታማት ኚይዕበዩ፡ በቲ ኜንሕጐስ ኢሉ ዅሉ ኣብዚሑ ዚህበና ኣምላኜ እምበር፡ በቲ ዘዚተኣማምን ሃብቲ ተስፋ ኞይገብሩ ኣዝዞም።
66,105

66,106
am_tg
በተጚማሪም መልካም ነገር እንዲያደርጉ፣ በመልካም ሥራዎቜ ባለጞጋ እንዲሆኑ እንዲሁም ለጋሶቜና ለሌሎቜ ለማካፈል ዝግጁ እንዲሆኑ ምኚራ቞ውፀ
ሰናይ ኪገብሩ፡ ብሰናይ ግብሪ ኺህብትሙ፡ ለጋሳትን መማቐልትን ኪዀኑ፡
66,107

66,108
am_tg
እውነተኛ ዹሆነውን ሕይወት አጥብቀው መያዝ ይቜሉ ዘንድ ለራሳ቞ው ውድ ሀብት ማኚማ቞ታ቞ውን ይኾውም ለወደፊቱ ጊዜ ዹሚሆን መልካም መሠሚት መጣላ቞ውን ይቀጥሉ።
በዚ ኾምዚ ኞኣ ነታ ናይ ሓቂ ህይወት ኣጜኒዖም ምእንቲ ኺሕዝዋስ፡ ንመጻኢ ጜቡቕ መሰሚት ንርእሶም ኪእክቡ ኣዝዞም።
66,109

66,110
am_tg
ጢሞ቎ዎስ ሆይ፣ ቅዱስ ዹሆነውን ነገር ኚሚጻሚሩ ኚንቱ ንግግሮቜና በውሞት “እውቀት” ተብለው ኚሚጠሩ እርስ በርሳ቞ው ኹሚቃሹኑ ሐሳቊቜ በመራቅ በአደራ ዹተሰጠህን ነገር ጠብቅ።
ኩ ጢሞ቎ዎስ፡ ካብ ዜርክስ ሃተውተውን ካብቲ ብሓሶት “ፍልጠት” ዚብሃል ግርጭታትን ተኣሊኻ፡ ነቲ እተዋህበካ ሕድሪ ሓልዎ።
66,111

66,112
am_tg
አንዳንዶቜ እንዲህ ዓይነቱ እውቀት እንዲታይላ቞ው ለማድሚግ ሲጣጣሩ ኚእምነት ጎዳና ወጥተዋል። ዹአምላክ ጾጋ ኚእናንተ ጋር ይሁን።
ገሊኩም እዚ ፍልጠት እዚ ኺርኣዚሎም ኢሎም፡ ካብ እምነት ዘምቢሎም ኣለዉ። ጾጋ ምሳኻትኩም ይኹን።
66,113

66,114
am_tg
በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ዹሚገኘውን ሕይወት በተመለኹተ ኚተገባው ቃል ጋር በሚስማማ ሁኔታ በአምላክ ፈቃድ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስ፣
ካብቲ ምስታ ብክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነት ተስፋ ህይወት ብእተተሓሓዘ፡ ብፍቓድ ኣምላኜ ሃዋርያ ክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ጳውሎስ፡
66,115

66,116
am_tg
ለተወዳጁ ልጄ ለጢሞ቎ዎስፊ አባት ኹሆነው አምላክና ኚጌታቜን ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጞጋ፣ ምሕሚትና ሰላም ለአንተ ይሁን።
ናብቲ ፍቑር ወደይ ዝዀነ ጢሞ቎ዎስፊ ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ ጐይታና ክርስቶስ ዚሱስን ጾጋን ምሕሚትን ሰላምን ይኹነልካ።
66,117

66,118
am_tg
ዚቀድሞ አባቶቌ እንዳደሚጉት ቅዱስ አገልግሎት ዚማቀርብለትንና በንጹሕ ሕሊና ዹማገለግለውን አምላክ አመሰግናለሁፀ ደግሞም ሌት ተቀን አንተን ዘወትር በምልጃዬ አስታውሳለሁ።
ለይትን መዓልትን ኚዚቋሚጜኩ ኣብ ምህለላይ ንዓኻ ብምዝካሚይ፡ ነቲ ኞምቲ ኣቊታተይ ዝገበርዎ ገይሹ ብንጹህ ሕልና ዘገልግሎ ኣምላኜ አመስግኖ ኣለኹ።
66,119

66,120
am_tg
እንባህን ሳስታውስ፣ በደስታ እሞላ ዘንድ ላይህ እናፍቃለሁ።
ንብዓትካ ኜዝክር ኚለኹ፡ ብሓጐስ ምእንቲ ኜምላእ፡ ክርእዚካ እናፍቕ ኣለኹ።
66,121

66,122
am_tg
በአንተ ውስጥ ያለውን ግብዝነት ዚሌለበት እምነት አስታውሳለሁናፀ ይህ እምነት በመጀመሪያ በአያትህ በሎይድ እንዲሁም በእናትህ በኀውንቄ ዘንድ ነበርፀ ይሁንና በአንተም ውስጥ እንዳለ እርግጠኛ ነኝ።
ነታ ቕድም ኣብ ሎኢስ ዓባይካን ኀውንቄ ኣዎኻን ዝሓደሚት፡ ኣባኻ ኾም ዘላ እውን ዝተኣማመነላ ግብዝና ዘይብላ እምነትካ እዝክራ ኣለኹ።
66,123

66,124
am_tg
ስለዚህ በአንተ ላይ እጄን በጫንኩበት ጊዜ ዹተቀበልኹውን ዹአምላክ ስጊታ በቅንዓት እንድትጠቀምበት አሳስብሃለሁ።
በዚ ምኜንያት እዚ፡ ነቲ ብምንባር ኣእዳወይ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ኣምላኜ ኚተጐሃህሮ አዘክሚካ ኣለኹ።
66,125

66,126
am_tg
አምላክ ዚኃይል፣ ዹፍቅርና ዚጀናማ አእምሮ መንፈስ እንጂ ዚፍርሃት መንፈስ አልሰጠንምና።
ኣምላኜሲ መንፈስ ሓይልን ፍቕርን ልብምናን እምበር፡ መንፈስ ፍርሂ ኣይሃበናን።
66,127

66,128
am_tg
ስለሆነም ስለ ጌታቜን መመሥኚር አያሳፍርህፀ ደግሞም ለእሱ ስል እስሚኛ በሆንኩት በእኔ አትፈርፀ ኹዚህ ይልቅ በአምላክ ኃይል በመታመን አንተም ለምሥራቹ ዚበኩልህን መኚራ ተቀበል።
እምበኣር፡ ኣብቲ ሓይሊ ኣምላኜ ብምትእምማን፡ ምእንቲ እቲ ብስራት ብእጃምካ መኚራ ጜገብ ደኣ እምበር፡ ብዛዕባ ጐይታና ብዚውሃብ ምስክርነት ወይስ ስሊኡ ብእተኣሰርኩ ብኣይ ኣይትሕፈር።
66,129

66,130
am_tg
እሱ በእኛ ሥራ ሳይሆን በራሱ ዓላማና ጾጋ ዚተነሳ አዳነንፀ እንዲሁም ቅዱስ በሆነ ጥሪ ጠራን። ይህን ጾጋ ኹሹጅም ዘመናት በፊት በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ሰጠንፀ
ኣምላኜ ሳላ ግብርና ዘይኰነስ፡ ሳላ ፍቓዱን ሳላ ጞጋኡን ኣድሒኑና፡ ብቕዱስ ጜውዓ እውን ጾዊዑና እዩ። እዚ ጾጋ እዚ፡ ቅድሚ ነዊሕ ግዜያት ብክርስቶስ ዚሱስ እኳ እንተ ተዋህበና፡
66,131

66,132
am_tg
አሁን ግን ይህ ጾጋ አዳኛቜን ዹሆነው ክርስቶስ ኢዚሱስ በመገለጡ ግልጜ ሆኖ ታይቷልፀ እሱ ሞትን አስወግዶ በምሥራቹ አማካኝነት ሕይወትንና አለመበስበስን በተመለኹተ ብርሃን ፈንጥቋልፀ
ሕጂ ግና ብግህደት መድሓኒና ክርስቶስ ዚሱስ ተገሊጹ ኣሎ፣ ንሱ ንሞት ስዒሩ፡ በቲ ብስራት ንህይወትን ንዘይምሕላፍን ኣብሪህዎ እዩ።
66,133

66,134
am_tg
እኔም ለዚህ ምሥራቜ ሰባኪ፣ ሐዋርያና አስተማሪ ሆኜ ተሹሜአለሁ።
ነዚ ድማ፡ ኣነ ሰባኜን ሃዋርያን መምህርን ክኾውን ተሞይመ እዚ።
66,135

66,136
am_tg
አሁን መኚራ እዚተቀበልኩ ያለሁትም ለዚሁ ነውፀ ሆኖም አላፍርበትም። ያመንኩበትን እሱን አውቀዋለሁናፀ በአደራ ዚሰጠሁትንም እስኚ ፍርድ ቀን ድሚስ ጠብቆ ማቆዚት እንደሚቜል እተማመናለሁ።
ስለዚ ኞኣ እዚ እዚ መኚራ እዚ ዝጞግብ ዘለኹ፣ ግናኞ፡ ኣይሓፍርን እዚ። ኚመይሲ፡ ነቲ ዝኣምኖ እፈልጊ እዚ፣ ንሱ ነቲ ብሕድሪ ዝሃብክዎ ኜሳዕ እታ መዓልቲ እቲኣ ኺሕልዎ ኾም ዚኜእል ድማ እተኣማመን እዚ።
66,137

66,138
am_tg
ኚእኔ ዹሰማኾውን ዚትክክለኛ ትምህርት መሥፈርት ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጋር ባለህ አንድነት ካገኘኞው እምነትና ፍቅር ጋር አጥብቀህ ያዝ።
እቲ ኻባይ ዝሰማዕካዮ መለክዒ እቲ ጥዑይ ቃል፡ በቲ ምስ ክርስቶስ ዚሱስ ብዘሎካ ሓድነት ዚርኚብ እምነትን ፍቕርን ሓዞ።
66,139

66,140
am_tg
ይህን መልካም አደራ በእኛ ውስጥ በሚኖሹው መንፈስ ቅዱስ አማካኝነት ጠብቅ።
ነዚ ጜቡቕ ሕድሪ እዚ፡ በቲ ኣባና ሓዲሩ ዘሎ መንፈስ ቅዱስ ሓልዎ።
66,141

66,142
am_tg
ፊጌሎስንና ሄርሞጌኔስን ጚምሮ በእስያ አውራጃ ያሉት ሁሉ ትተውኝ እንደሄዱ ታውቃለህ።
ኵሎም እቶም ኣብ ኣውራጃ እስያ ዘለዉ፡ ኹም ዝጠንጠኑኒ ትፈልጥ ኢኻ። ፍጌሎስን ሄርሞጌኔስን ኚኣ ካባታቶም እዮም።
66,143

66,144
am_tg
ጌታ ለኊኔሲፎሮስ ቀተሰብ ምሕሚትን ይስጥፀ እሱ ብዙ ጊዜ መንፈሮን አድሶልኛልናፀ በታሰርኩበት ሰንሰለትም አላፈሚም።
ጐይታ ንቀተ ሰብ ኊኔሲፎሮስ ምሕሚት ይሃብ፣ ንሱስ ብዙሕ ሳዕ ንመንፈሰይ ኣሐዲሱለይ እዩ፣ ብሰንሰለት ማእሰርተይ እውን ኣይሓፈሚን።
66,145

66,146
am_tg
እንዲያውም ሮም በነበሹ ጊዜ አፈላልጎ አገኘኝ።
እኳ ደኣስ፡ ኣብ ሮሜ ኣብ ዝነበሹሉ እዋን፡ ሃለው ኢሉ ደልዩ ሚኺቡኒ እዩ።
66,147

66,148
am_tg
ጌታ ይሖዋ በዚያ ቀን ምሕሚቱን ይስጠው። ደግሞም በኀፌሶን ያኚናወነውን አገልግሎት ሁሉ በሚገባ ታውቃለህ።
በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ ዹሆዋ ምሕሚት ኪሚክብሲ፡ ጐይታ ይሃቊ። ንዅሉ እቲ ኣብ ኀፌሶን ዘገልገሎ ኣገልግሎት እውን ኣጞቢቕካ ትፈልጊ ኢኻ።
66,149

66,150
am_tg
ነገር ግን በመጚሚሻዎቹ ቀናት ለመቋቋም ዚሚያስ቞ግር በዓይነቱ ልዩ ዹሆነ ዘመን እንደሚመጣ ይህን እወቅ።
ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ጜንኩር ግዜ ኾም ዚመጜእ ግና፡ እዚ ፍለጥ።
66,151

66,152
am_tg
ምክንያቱም ሰዎቜ ራሳ቞ውን ዚሚወዱ፣ ገንዘብ ዚሚወዱ፣ ጉሚኞቜ፣ ትዕቢተኞቜ፣ ተሳዳቢዎቜ፣ ለወላጆቻ቞ው ዚማይታዘዙ፣ ዚማያመሰግኑ፣ ታማኝ ያልሆኑ፣
ሰባትሲ ፈተውቲ ርእሶም፡ ፈተውቲ ገንዘብ፡ ምኩሓት፡ ዕቡያት፡ ተጻሚፍቲ፡ ንወለዶም ዘይእዘዙ፡ ዘዚመስግኑ፡ ዘይእሙናት፡
66,153

66,154
am_tg
ተፈጥሯዊ ፍቅር ዚሌላ቞ው፣ ለመስማማት ፈቃደኞቜ ያልሆኑ፣ ስም አጥፊዎቜ፣ ራሳ቞ውን ዚማይገዙ፣ ጚካኞቜ፣ ጥሩ ነገር ዚማይወዱ፣
ፍቕሪ ንስድራ ቀቶም ዘይብሎም፡ ንስምምዕ ፍቓደኛታት ዘይኰኑ፡ ሓመይቲ፡ ርእሶም ዘይገትኡ፡ ጚካናት፡ ሰናይ ዘይፈትዉ፡
66,155

66,156
am_tg
ኚዳተኞቜ፣ ግትሮቜ፣ በኩራት ዚተወጠሩ፣ ኹአምላክ ይልቅ ሥጋዊ ደስታን ዚሚወዱ ይሆናሉፀ
ጠላማት፡ ነቓጻት፡ ብትዕቢት እተነፍሑ፡ ካብ ንኣምላኜ ምፍቃርሲ ብዝያዳ ተድላ ዚፈትዉ፡
66,157

66,158
am_tg
ለአምላክ ያደሩ መስለው ይታያሉፀ በሥራ቞ው ግን ኃይሉን ይክዳሉፀ ኚእነዚህ ደግሞ ራቅ።
መልክዕ ኣምላኻዊ ተወፋይነት ዘለዎም፡ ንሓይሉ ግና ዚኜሕድዎ ኪዀኑ እዮም፣ ካብዚኣቶም ኚኣ ርሓቕ።
66,159

66,160
am_tg
በዚቀቱ ሟልኚው ዚሚገቡ ሰዎቜ ዚሚነሱት ኚእነዚህ መካኚል ነውፀ እነዚህ ሰዎቜ በተለያዩ ምኞቶቜ ዚሚነዱትን፣ በኃጢአት ዚተተበተቡትን ደካማ ሎቶቜ ይማርካሉፀ
ሰላሕ ኢሎም ናብ ቀተ ሰብ ዚኣትዉ፡ ብእተፈላለዚ ትምኒታት ዚምርሓ ሓጢኣት ዝመልአን ድኹማት ኣንስቲ ኞኣ ዚማርኹ፡ ካብዚኣቶም ይትንስኡ እዮም።
66,161

66,162
am_tg
እንደነዚህ ያሉት ሎቶቜ ሁልጊዜ ይማራሉፀ ሆኖም ትክክለኛውን ዚእውነት እውቀት መሚዳት አይቜሉም።
ንሳተን ድማ ኵሉ ሳዕ ዚምሃራ፡ ግናኾ ናብቲ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺበጜሓ ኞቶ ዘይክእላ እዚን።
66,163

66,164
am_tg
እንግዲህ ኢያኔስና ኢያንበሬስ ሙሮን እንደተቃወሙት ሁሉ እነዚህም እውነትን ይቃወማሉ። እንዲህ ያሉ ሰዎቜ አእምሯ቞ው ሙሉ በሙሉ ዹተበላሾ ኹመሆኑም ሌላ በእምነት ጎዳና ስለማይመላለሱ በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት አጥተዋል።
ኚምቲ ያኔስን ያምብሬስን ንሙሮ እተቓወምዎ፡ እዚኣቶም እውን ነታ ሓቂ ይቃወምዋ ኣለዉ። እዚኣቶምሲ ኣእምሮኊም እተበላሞወን ብዛዕባ እምነት ዘይብቑዓትን እዮም።
66,165

66,166
am_tg
ይሁንና ዚእነዚያ ሁለት ሰዎቜ ሞኝነት ለሰው ሁሉ በጣም ግልጜ እንደነበሚ ሁሉ ዚእነዚህ ሰዎቜ ሞኝነትም ግልጜ ስለሚሆን በአካሄዳ቞ው ብዙም ሊገፉበት አይቜሉም።
ግናኞ፡ ኚምቲ ናይቶም ክልተ ዕሜነት እተገልጞ፡ ናይ እዚኣቶም ዕሜነት እውን ንዅሉ ኺግለጜ እዩ እሞ፡ ዕቀት ኣይኪገብሩን እዮም።
66,167

66,168
am_tg
አንተ ግን ትምህር቎ን፣ አኗኗሬን፣ ዓላማዬን፣ እምነ቎ን፣ ትዕግሥ቎ን፣ ፍቅሬንና ጜና቎ን በጥብቅ ተኚትለሃልፀ
ንስኻ ግና ንትምህርተይ፡ ንኣነባብራይ፡ ንዕላማይ፡ ንእምነተይ፡ ንዓቕለይ፡ ንፍቕሚይ፡ ንተጻዋርነተይ ጠቢቕካ ስዒብካ ኢኻ።
66,169

66,170
am_tg
እንደ አንጟኪያ፣ ኢቆንዮንና ልስጥራ ባሉ ቊታዎቜ ዚደሚሰብኝን ስደትና መኚራ ታውቃለህ። ይህን ሁሉ ስደት በጜናት አሳልፌአለሁፀ ጌታም ኹዚህ ሁሉ ታደገኝ።
ነቲ ኣብ ኹም ኣንጟክያን ኢቆንዩምን ልስጥራን ዝበጜሓኒ መስጐጕትን መኚራን እውን ትፈልጊ ኢኻ። እዚ መስጐጕቲ እዚ ተጻዊሚ እዚ፣ ጐይታ ድማ ካብዚ ዅሉ ኣናጊፉኒ እዩ።
66,171

66,172
am_tg
በእርግጥም ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ደቀ መዛሙርት በመሆን ለአምላክ ያደሩ ሆነው መኖር ዹሚፈልጉ ሁሉ ስደት ይደርስባ቞ዋል።
እኳ ደኣስ፡ ኵሎም እቶም ምስ ክርስቶስ ብእተተሓሓዘ ንኣምላኜ ብዘለዎም ተወፋይነት ኪነብሩ ዚደልዩ እውን፡ ኪስጐጉ እዮም።
66,173

66,174
am_tg
ሆኖም ክፉ ሰዎቜና አስመሳዮቜ እያሳሳቱና እዚተሳሳቱ በክፋት ላይ ክፋት እዚጚመሩ ይሄዳሉ።
እኩያትን ኣምሰሉታትን ግና እናኣስሓቱን እናሰሓቱን ናብ ዝገደደ ኺበጜሑ እዮም።
66,175

66,176
am_tg
አንተ ግን በተማርካ቞ውና አምነህ በተቀበልካ቞ው ነገሮቜ ጾንተህ ኑርፀ ምክንያቱም እነዚህን ነገሮቜ እነማን እንዳስተማሩህ ታውቃለህፀ
ንስኻ ግና ካብ እንመን ኹም እተመሃርካ ፈሊጥካ፡ በቲ እተመሃርካዮን ዝኣመንካሉን ጜናዕ።
66,177

66,178
am_tg
እንዲሁም በክርስቶስ ኢዚሱስ በማመን ለመዳን ዚሚያበቃ ጥበብ እንድታገኝ ዚሚያስቜሉህን ቅዱሳን መጻሕፍት ኚጚቅላነትህ ጀምሮ አውቀሃል።
ካብ ሕጻንነትካ ኣትሒዝካ እውን፡ ነቲ ብእምነት ክርስቶስ ዚሱስ ንድሕነት ዜለብመካ ቕዱሳት ጜሑፋት ትፈልጊ ኢኻ።
66,179

66,180
am_tg
ቅዱሳን መጻሕፍት ሁሉ በአምላክ መንፈስ መሪነት ዚተጻፉ ና቞ውፀ እንዲሁም ለማስተማር፣ ለመውቀስ፣ ነገሮቜን ለማቅናትና በጜድቅ ለመገሠጜ ይጠቅማሉፀ
ኵሉ ቕዱስ ጜሑፍ ብድራኞ መንፈስ ኣምላኜ እተጻሕፈ፡ ንምምሃርን ንምግናሕን ንምቕናዕን ብጜድቂ ንምግሳጜን ኚኣ ዚጠቅም እዩ፣
66,181

66,182
am_tg
ይኾውም ዹአምላክ ሰው ለማንኛውም መልካም ሥራ በሚገባ በመታጠቅ ሙሉ በሙሉ ብቁ ሆኖ እንዲገኝ ነው።
እዚ ድማ፡ እቲ ናይ ኣምላኜ ሰብ፡ ንሰናይ ግብሪ ዘበለ ኣጞቢቑ እተዳለወ፡ ምሉእ ብምሉእ ብቑዕ ምእንቲ ኪኞውን እዩ።
66,183

66,184
am_tg
እንግዲህ ልጄ ሆይ፣ በክርስቶስ ኢዚሱስ በሚገኘው ጾጋ አማካኝነት በርታፀ
ኣታ ወደዚ፡ እምበኣርሲ በቲ ኣብ ክርስቶስ ዚሱስ ዘሎ ጾጋ ብቐጻሊ በርትዕ፣
66,185

66,186
am_tg
ኚእኔ ዹሰማኾውንና ብዙዎቜ ዚመሠኚሩለትን ነገር፣ ታማኝ ለሆኑ ሰዎቜ አደራ ስጥፀ እነሱም በበኩላ቞ው ሌሎቜን ለማስተማር ብቃቱን ያሟላሉ።
እቲ ብብዙሓት መሰኻኜር እተደገፈ ኻባይ ዝሰማዕካዮ ነገራት፡ ንኻልኊት ኪምህሩ ንዚበቕዑ እሙናት ሰባት ሕድሪ ሃቊም።
66,187

66,188
am_tg
ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ምርጥ ወታደር እንደመሆንህ መጠን አንተም በበኩልህ መኚራ ተቀበል።
ኹም ንፉዕ ወተሃደር ክርስቶስ ዚሱስ ብእጃምካ መኚራ ጜገብ።
66,189

66,190
am_tg
ወታደር ሆኖ ዚሚያገለግል ማንኛውም ሰው ለውትድርና ዹመለመለውን ሰው ደስ ማሰኘት ስለሚፈልግ ራሱን በንግድ ሥራ አያጠላልፍም።
ወተሃደር ኰይኑ ዜገልግል ዘበለ፡ ነቲ ወተሃደር ኪኞውን ዝኾተቩ ምእንቲ ኌሐጕስ ኢሉ፡ ብንግዳዊ ዕዮ ዚጠላለፍ ዚልቊን።
66,191

66,192
am_tg
በውድድር ዚሚሳተፍ ማንኛውም ሰው ዚውድድሩን ደንብ ጠብቆ ካልተወዳደሚ ዚድሉን አክሊል አይሞለምም።
ኣብ ጞወታ ዚወዳደር እውን፡ ኚምቲ ስርዓት ገይሩ እንተ ዘይተወዳዲሩ፡ ኣኜሊል ኣይሜለምን እዩ።
66,193

66,194
am_tg
ጠንክሮ ዚሚሠራ ገበሬ ኚፍሬው ዚመጀመሪያው ተቋዳሜ መሆን አለበት።
እቲ ዚጜዕር ሓሚስታይ ካብቲ ፍሹ ቕድም ኪካፈል ይግብኊ እዩ።
66,195

66,196
am_tg
ለምናገሹው ነገር ምንጊዜም ትኩሚት ስጥፀ ጌታም በሁሉም ነገር ማስተዋል ይሰጥሃል።
ነዚ ዝብሎ ዘለኹ ሕሰበሉ፣ ጐይታ ኣብ ኵሉ ምስትውዓል ኪህበካ እዩ።
66,197

66,198
am_tg
ኢዚሱስ ክርስቶስ ኚሞት እንደተነሳ እንዲሁም ዚዳዊት ዘር እንደሆነ አስታውስፀ እኔም ዚምሰብኚው ምሥራቜ ይህ ነውፀ
ኚምቲ ኣነ ዝሰብኮ ብስራት፡ ዚሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ኹም ዝተንስአን ካብ ዘርኢ ዳዊት ኹም ዝዀነን ዘክር፣
66,199