Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,200
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ እንደ ወንጀለኛ ተቆጥሬ መኚራ እዚተቀበልኩ ነውፀ ደግሞም ታስሬአለሁ። ሆኖም ዹአምላክ ቃል አልታሰሚም።
ብዛዕባኡ ኾም ገበነኛ ተቘጺሚ ኜሳዕ ማእሰርቲ መኚራ እጞግብ ኣለኹ። ግናኞ፡ ቃል ኣምላኜሲ ኣይእሰርን እዩ።
66,201
tg_am

66,202
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ ዚተመሚጡትም በክርስቶስ ኢዚሱስ አማካኝነት ዹሚገኘውን መዳን ኹዘላለማዊ ክብር ጋር ያገኙ ዘንድ ለእነሱ ስል ሁሉንም ነገር በጜናት ተቋቁሜ እኖራለሁ።
ስለዚ፡ ምእንቲ እቶም ሕሩያት፡ ንሳቶም እውን ነቲ ብክርስቶስ ዚሱስ ዝዀነ ድሕነት ምስ ናይ ዘለኣለም ክብሪ ምእንቲ ኺሚኜቡ፡ ንዅሉ እጻወር ኣለኹ።
66,203

66,204
am_tg
ዹሚኹተለው ቃል እምነት ዚሚጣልበት ነው፩ አብሚን ኚሞትን አብሚን ደግሞ በሕይወት እንደምንኖር ዹተሹጋገጠ ነውፀ
እዚ ቓል እዚ እሙን እዩፊ ምስኡ እንተ ሞይትናስ፡ ምስኡ እውን ብህይወት ክንነብር ኢና፣
66,205

66,206
am_tg
ጾንተን ኹኖርን አብሚን ደግሞ እንነግሣለንፀ ብንክደው እሱም ይክደናልፀ
እንተ ተጻዊርና፡ ምስኡ እውን ክንነግስ ኢና፣ እንተ ኜሒድናዮ፡ ንሱ እውን ኪኜሕደና እዩ፣
66,207

66,208
am_tg
ታማኞቜ ሆነን ባንገኝ እሱ ምንጊዜም ታማኝ ሆኖ ይኖራልፀ እሱ ራሱን ሊክድ አይቜልምና።
ዘይእሙናት እንተ ዄንና፡ ንሱ ንርእሱ ኪኜሕድ ኣይክእልን እዩ እሞ፡ እሙን ኰይኑ እዩ ዚነብር።
66,209

66,210
am_tg
ስለ ቃላት እንዳይነታሚኩ በአምላክ ፊት እዚመኚርክ እነዚህን ነገሮቜ ዘወትር አሳስባ቞ውፀ እንዲህ ያለው ነገር በሚሰሙት ሰዎቜ ላይ ጉዳት ኚማስኚተል በስተቀር ምንም ጥቅም ዚለውም።
በቲ ንዚሰምዕዎ ዚጐድእ ዘይሚብሕ ቃላት ኚይብኣሱ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ እናኣዘዝካ፡ እዚ ኣዘኻኜሮም።
66,211

66,212
am_tg
ዚእውነትን ቃል በአግባቡ በመጠቀም፣ ተቀባይነት ሊያገኝ እንደሚገባውና ምንም ዚሚያፍርበት ነገር እንደሌለው ሠራተኛ አድርገህ ራስህን በአምላክ ፊት ለማቅሚብ ዚተቻለህን ሁሉ ጥሚት አድርግ።
ንቓል ሓቂ ብቕኑዕ ዚጥቀም፡ ዜሕፍር ዘይብሉ ብቕዓቱ ዘመስኚሚ ዓያዪ ጌርካ፡ ገዛእ ርእስኻ ንኣምላኜ ኚተቕርብ ጜዓር።
66,213

66,214
am_tg
ሆኖም ቅዱስ ዹሆነውን ነገር ኚሚጻሚሩ ኚንቱ ንግግሮቜ ራቅፀ እንዲህ ያሉ ንግግሮቜ ሰዎቜ ይበልጥ ፈሪሃ አምላክ ዹሌላቾው እዚሆኑ እንዲሄዱ ያደርጋሉናፀ
ካብቲ ዜርክስ ሃተውተው ግና ርሓቕ፣ ኚመይሲ፡ ናብ ዝገደደ ሚሲእነት እዩ ዚመርሕ፣
66,215

66,216
am_tg
እንዲህ ያሉ ንግግሮቜን ዚሚናገሩ ሰዎቜ ቃላቾው እንደተመሚዘ ቁስል ይሰራጫል። ኚእነሱም መካኚል ሄሜኔዎስና ፊሊጊስ ይገኙበታል።
ቃሎም ኚኣ ኹም ብዚ ኺልሕም እዩ። ሄሜኔዎስን ፊሌጊስን ካባታቶም እዮም።
66,217

66,218
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ‘ትንሣኀ ቀደም ብሎ ተኹናውኗል’ ብለው በመናገር ኚእውነት ርቀዋልፀ ደግሞም ዚአንዳንዶቜን እምነት እያፈሚሱ ነው።
ንሳቶም፡ ትንሳኀ ድሮ ዀይኑ እናበሉ ኻብ ሓቂ ዘምቢሎም ኣለዉ፣ እምነት ገሊኩም እውን ይገላብጡ ኣለዉ።
66,219

66,220
am_tg
ይሁን እንጂ “ይሖዋ ዚእሱ ዚሆኑትን ያውቃል” እንዲሁም “ዹይሖዋን ስም ዚሚጠራ ሁሉ ኚክፋት ይራቅ” ዹሚል ማኅተም ያለበት ጠንካራው ዹአምላክ መሠሚት ጞንቶ ይኖራል።
እዚ ዀይኑ ግና፡ እቲ፡ “ዹሆዋ ነቶም ናቱ ዘበሉ ይፈልጩም እዩ፡” ኚምኡ ድማ “ስም ዹሆዋ ዚጜውዕ ዘበለ ዅሉ፡ ካብ ዓመጻ ይርሓቕ” ዚብል ማሕተም ዘለዎ ጜኑዕ መሰሚት ኣምላኜ ቈይሙ ኣሎ።
66,221

66,222
am_tg
በአንድ ትልቅ ቀት ውስጥ ዹወርቅና ዚብር ዕቃ ብቻ ሳይሆን ዚእንጚትና ዹሾክላ ዕቃም ይኖራልፀ አንዳንዱ ክብር ላለው ዓላማ ዚሚያገለግል ሲሆን ሌላው ግን ክብር ለሌለው ዓላማ ያገለግላል።
ኣብ ዓብዪ ቀት ድማ ኣቕሑ ዕንጚይትን መሬትን እውን እምበር፡ ኣቕሑ ወርቅን ብሩርን ጥራይ ኣይኰነን ዚርኚብ፣ ገሊኡ ንኜብሚት፡ ገሊኡ እውን ንውርደት እዩ ዚኞውን።
66,223

66,224
am_tg
እንግዲህ ማንም ኚእነዚህ ኚኋለኞቹ ነገሮቜ ቢርቅ ክብር ላለው ዓላማ ዚሚያገለግል፣ ዚተቀደሰ፣ ለባለቀቱ ዹሚጠቅምና ለመልካም ሥራ ሁሉ ዹተዘጋጀ መሣሪያ ይሆናል።
እምበኣር፡ ሓደ እኳ ኻብዚ ዳሕሚዋይ እንተ ርሒቑ፡ ንኜብሪ ዚኾውን ኣቕሓ፡ እተቐደሰ፡ ንዋናኡ ዚጠቅም፡ ንዅሉ ሰናይ ግብሪ እተዳለወ ኪኞውን እዩ።
66,225

66,226
am_tg
ስለዚህ ኚወጣትነት ምኞቶቜ ሜሜፀ ኹዚህ ይልቅ በንጹሕ ልብ ጌታን ኚሚጠሩት ጋር ጜድቅን፣ እምነትን፣ ፍቅርንና ሰላምን ለማግኘት ተጣጣር።
ስለዚ፡ ካብ ትምኒት ንእስነት ህደም፣ ምስቶም ብንጹህ ልቢ ንጐይታ ዚጜውዕዎ ኞኣ ጜድቅን እምነትን ፍቕርን ሰላምን ስዓብ።
66,227

66,228
am_tg
በተጚማሪም ጠብ ሊያስኚትል እንደሚቜል በመገንዘብ ሞኝነትና አላዋቂነት ኚሚንጞባሚቅበት ክርክር ራቅ።
ባእሲ ኾም ዜምጜእ ፈሊጥካ፡ ካብ ናይ ዕሜነትን ድንቍርናን ክርክር ርሓቕ።
66,229

66,230
am_tg
ዚጌታ ባሪያ ሊጣላ አይገባውምናፀ ኹዚህ ይልቅ ለሰው ሁሉ ገር፣ ለማስተማር ብቁ ዹሆነና በደል ሲደርስበት ራሱን ዚሚገዛ፣
ባርያ ጐይታስ ንዅሉ ልኡም፡ ንምስትምሃር ብቑዕ፡ ኪብደል ኹሎ ርእሱ ዚገትእ ኪኞውን ይግብኊ እምበር፡ ኪብኣስ ኣይግብኊን እዩ፣
66,231

66,232
am_tg
እንዲሁም ቀና አመለካኚት ዹሌላቾውን በገርነት ዚሚያርም ሊሆን ይገባዋል። ምናልባትም አምላክ ትክክለኛ ዚእውነት እውቀት ያገኙ ዘንድ ለንስሐ ያበቃ቞ው ይሆናልፀ
ነቶም ተጻሚርቲ እውን ብልእመት ኪምህሮም ይግባእ። ምናልባት ኣምላኜ ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ዚመርሕ ንስሓ ይህቩም
66,233

66,234
am_tg
እነሱም ዲያብሎስ ፈቃዱን ያደርጉ ዘንድ በሕይወት እንዳሉ አጥምዶ እንደያዛ቞ው በመሚዳት ወደ ልቩናቾው ተመልሰው ኚእሱ ወጥመድ ሊወጡ ይቜላሉ።
እሞ ኻብ መፈንጠራ እቲ ፍቓዱ ኺገብሩ ኢሉ ብህይወቶም ኹለዉ ዝሓዞም ድያብሎስ ኣምሊጊም፡ ናብ ልቩም ይምለሱ ይዀኑ።
66,235

66,236
am_tg
በአምላክ ፊት እንዲሁም በሕያዋንና በሙታን ላይ በሚፈርደው በክርስቶስ ኢዚሱስ ፊት አጥብቄ አሳስብሃለሁፀ ደግሞም በእሱ መገለጥና በመንግሥቱ አማካኝነት አዝሃለሁ፩
ኣብ ቅድሚ ኣምላኜን ኣብ ቅድሚ እቲ ንህያዋንን ንምዉታትን ኪፈርድ ዘለዎ ክርስቶስ ዚሱስን ብግህደቱን ብመንግስቱን እእዝዘካ ኣለኹፊ
66,237

66,238
am_tg
ቃሉን ስበክፀ አመቺ በሆነ ጊዜም ሆነ በአስ቞ጋሪ ጊዜ በጥድፊያ ስሜት አገልግልፀ በብዙ ትዕግሥትና በማስተማር ጥበብ ውቀስ፣ ገሥጜ እንዲሁም አጥብቀህ ምኚር።
ነቲ ቓል ስበኜ፣ ብእዋን ራህዋን ብእዋን ጞበባን ብህጹጜ ግበሮ፣ ብዅሉ ዓቕልን ጥበብ ኣመሃህራን ኚኣ ግናሕ፡ ውቐስ፡ ምዓድ።
66,239

66,240
am_tg
ትክክለኛውን ትምህርት ዚማይታገሡበት ጊዜ ይመጣልናፀ ኹዚህ ይልቅ ኚራሳ቞ው ፍላጎት ጋር በሚስማማ ሁኔታ ጆሯ቞ውን እንዲኮሚኩሩላ቞ው በዙሪያ቞ው አስተማሪዎቜን ይሰበስባሉ።
ኚመይሲ፡ ኹም ትምኒቶም፡ ኣእዛኖም ዚዅርኵዑሎም መምህራን ኪእክቡ እምበር፡ ነቲ ጥዑይ ትምህርቲ ዘይዕገሱሉ እዋን ኪመጜእ እዩ።
66,241

66,242
am_tg
እውነትን ኚመስማት ጆሯ቞ውን ይመልሳሉፀ ለተሚትም ጆሮ ይሰጣሉ።
ንሓቂ ኻብ ምስማዕ ኣእዛኖም ኪመልሱ፡ ናብ ጜውጜዋያት ኚኣ ኬቕልቡ እዮም።
66,243

66,244
am_tg
አንተ ግን በሁሉም ነገር ዚማስተዋል ስሜትህን ጠብቅ፣ መኚራን በጜናት ተቋቋም፣ ዚወንጌላዊነትን ሥራ አኹናውን እንዲሁም አገልግሎትህን በተሟላ ሁኔታ ፈጜም።
ንስኻ ግና ብዅሉ ቐልብኻ ሓሉ፡ መኚራ ተጻወር፡ ግብሪ ወንጌላዊ ግበር፡ ኣገልግሎትካ ምሉእ ብምሉእ ፈጜም።
66,245

66,246
am_tg
እኔ እንደ መጠጥ መባ እዚፈሰስኩ ነውናፀ ደግሞም ነፃ ዚምለቀቅበት ጊዜ በጣም ቀርቧል።
ኣነስ ድሮ ኾም መስዋእቲ መስተ እፈስስ ኣለኹ፣ እታ ናጻ ዝዀነላ ግዜ እውን ቀሪባ እያ።
66,247

66,248
am_tg
መልካሙን ገድል ተጋድያለሁፀ ሩጫውን ጚርሻለሁፀ እምነትን ጠብቄአለሁ።
ሰናይ ገድሊ ተጋዲለ፡ እቲ ጕያ ወዲአ፡ ነታ እምነት እውን ሓልዚያ እዚ።
66,249

66,250
am_tg
ኹዚህ በኋላ ዚጜድቅ አክሊል ተዘጋጅቶ ይጠብቀኛልፀ ጻድቅ ፈራጅ ዹሆነው ጌታ በፍርድ ቀን ይህን እንደ ሜልማት አድርጎ ይሰጠኛልፀ ይሁንና ለእኔ ብቻ ሳይሆን ዚእሱን መገለጥ ለሚናፍቁ ሁሉ ነው።
ካብ ሕጂ ንደሓር፡ እቲ ጻድቕ ፈራዲ ዝዀነ ጐይታ በታ መዓልቲ እቲኣ ኾም ዓስቢ ዚህበኒ ኣኜሊል ጜድቂ ተነቢሩለይ ኣሎ፣ እዚ ግና ነቶም ግህደቱ ዝፈተዉ እውን እምበር፡ ንዓይ ጥራይ ኣይኰነን።
66,251

66,252
am_tg
ወደ እኔ ቶሎ ለመምጣት ዚተቻለህን ሁሉ አድርግ።
ቀልጢፍካ ናባይ ክትመጜእ ጜዓር።
66,253
tg_am
ቀልጢፍካ ናባይ ክትመጜእ ጜዓር።
ወደ እኔ ቶሎ ለመምጣት ዚተቻለህን ሁሉ አድርግ።
66,254
am_tg
ዎማስ በአሁኑ ጊዜ ያለውን ሥርዓት ወዶ፣ ትቶኝ ወደ ተሰሎንቄ ሄዷልናፀ ቄርቂስ ወደ ገላትያ፣ ቲቶ ደግሞ ወደ ድልማጥያ ሄደዋል።
ዎማስ ነዚ ስርዓት እዚ ስለ ዝፈተወ፡ ሓዲጉኒ ናብ ተሰሎንቄ ኞይዱ እዩ፣ ክሬስኬስ ናብ ገላትያ፡ ቲቶስ ኚኣ ናብ ደልማጥያ ኞይዶም እዮም።
66,255

66,256
am_tg
አብሮኝ ያለው ሉቃስ ብቻ ነው። ማርቆስ በአገልግሎት ስለሚሚዳኝ ኹአንተ ጋር ይዘኾው ና።
ሉቃስ ጥራይ እዩ ምሳይ ዘሎ። ማርቆስ ንኣገልግሎት ይጠቕመኒ እዩ እሞ፡ ተማሊእካዮ ምጻእ።
66,257

66,258
am_tg
ቲኪቆስን ግን ወደ ኀፌሶን ልኬዋለሁ።
ንትኪቆስ ግና ናብ ኀፌሶን ሰዲደዮ ኣለኹ።
66,259
tg_am
ንትኪቆስ ግና ናብ ኀፌሶን ሰዲደዮ ኣለኹ።
ቲኪቆስን ግን ወደ ኀፌሶን ልኬዋለሁ።
66,260
am_tg
ስትመጣ በጥሮአስ፣ ካርጶስ ጋ ዚተውኩትን ካባ እንዲሁም ዚመጜሐፍ ጥቅልሎቹን በተለይም ብራናዎቹን አምጣልኝ።
ክትመጜእ ኚለኻ፡ እቲ ኣብ ጥሮኣስ ምስ ቃርጶስ ዝሓደግክዎ ባርኖስን እቲ ጥቕላላት መጻሕፍትን፡ ምናዳ እቲ ብራናታት ተማልኣለይ።
66,261

66,262
am_tg
ዚመዳብ አንጥሚኛው እስክንድር ብዙ ጉዳት አድርሶብኛል። ይሖዋ እንደ ሥራው ይኚፍለዋል።
እስክንድሮስ እቲ ኣንጠሚኛ ነሓሲ ብዙሕ ክፉእ ገይሩኒ እዩ። ዹሆዋ ኾም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ።
66,263

66,264
am_tg
አንተም ኚእሱ ተጠንቀቅፀ መልእክታቜንን ክፉኛ ተቃውሟልና።
ንሱ ንመልእኜትና ብዙሕ ተጻሪርዎ እዩ እሞ፡ ንስኻ እውን ካብኡ ተሓሎ።
66,265

66,266
am_tg
ዚመጀመሪያ መኚላኚያዬን ባቀሚብኩበት ወቅት ሁሉም ትተውኝ ሄዱ እንጂ ኚእኔ ጎን ዹቆመ ማንም አልነበሚምፀ አምላክ ይህን አይቁጠርባ቞ው።
ኣብቲ ቐዳማይ ምጕተይ፡—ኣይተሓዘሎም ደኣ እምበር፡—ሓደ እኳ ኣብ ጐድነይ ኣይነበሚን፣ ዚግዳስ፡ ኵላቶም ሓዲጎምኒ እዮም።
66,267

66,268
am_tg
ሆኖም ዚስብኚቱ ሥራ በእኔ አማካኝነት ሙሉ በሙሉ እንዲፈጞምና ብሔራት ሁሉ እንዲሰሙት ጌታ አጠገቀ ቆሞ ኃይል ሰጠኝፀ ኚአንበሳ አፍም ዳንኩ።
እቲ ስብኚት ብኣይ ምሉእ ብምሉእ ምእንቲ ኺፍጞምን ኵሎም ኣህዛብ ምእንቲ ኺሰምዕዎን ግና፡ ጐይታ ኣብ ጐድነይ ቈይሙ ኣበርቲዑኒ እዩ፣ ካብ ኣፍ ኣንበሳ እውን ተናጊፈ እዚ።
66,269

66,270
am_tg
ጌታ ኹክፉ ሥራ ሁሉ ይታደገኛልፀ እንዲሁም አድኖኝ ለሰማያዊ መንግሥቱ ያበቃኛል። ለእሱ ለዘላለም ክብር ይሁን። አሜን።
ጐይታ ኻብ እኩይ ግብሪ ዘበለ ኌናግፈኒ፡ ናብታ ሰማያዊት መንግስቱ ኜኣቱ እውን ኬድሕነኒ እዩ። ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
66,271

66,272
am_tg
ለጵርስቅላና ለአቂላ እንዲሁም ለኊኔሲፎሮስ ቀተሰብ ሰላምታ አቅርብልኝ።
ንጵርስካን ንኣኪላስን ንቀተ ሰብ ኊኔሲፎሮስን ሰላም በለለይ።
66,273

66,274
am_tg
ኀርስጊስ በቆሮንቶስ ቀርቷልፀ ጢሮፊሞስ ግን ስለታመመ በሚሊጢን ትቌዋለሁ።
ኀራስጊስ ኣብ ቈሚንቶስ ተሪፉ ኣሎ፣ ንጥሮፊሞስ ግና ሓሚሙ ኣብ ሚሊጊስ ሓዲገዮ ኣለኹ።
66,275

66,276
am_tg
ክሚምቱ ኚመግባቱ በፊት ለመምጣት ዚተቻለህን ሁሉ አድርግ። ኀውቡሉስ ሰላም ብሎሃልፀ እንዲሁም ጱዎስ፣ ሊኖስ፣ ቅላውዲያና ወንድሞቜ ሁሉ ሰላምታ቞ውን ልኚውልሃል።
ቅድሚ ኜሚምቲ ኜትመጜእ ጜዓር። ኀውቡሎስን ጱደንስን ሊኖስን ቅላውድያን ኵሎም ኣሕዋትን ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ።
66,277

66,278
am_tg
ጌታ ኚምታሳዚው መንፈስ ጋር ይሁን። ጾጋው ኚእናንተ ጋር ይሁን።
ጐይታ ምስ መንፈስካ ይኹን። ጞጋኡ ምሳኻትኩም ይኹን።
66,279

66,280
am_tg
ዹአምላክ ባሪያና ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጳውሎስ። ይህ ሐዋርያ፣ አገልግሎቱ ኹአምላክ ምርጊቜ እምነትና ኚእውነት ትክክለኛ እውቀት ጋር ዚሚስማማ ሲሆን ይህ እውነት ለአምላክ ያደሩ ሆኖ ኹመኖር ጋር ዚተቆራኘ ነውፀ
ካብቲ ባርያ ኣምላኜን ሃዋርያ ዚሱስ ክርስቶስን ዝዀነ ጳውሎስ፡—ኚምኡ ዝዀነ ድማ ኹም እምነት እቶም ሕሩያት ኣምላኜን ኹም ልክዕ ፍልጠት ሓቅን እዩ፣ እዛ ሓቂ እዚኣ ኞኣ ንኣምላኜ ምስ ዘሎና ተወፋይነት እትሰማማዕን
66,281

66,282
am_tg
ደግሞም ሊዋሜ ዚማይቜለው አምላክ ኹሹጅም ዘመናት በፊት በሰጠው ዹዘላለም ሕይወት ተስፋ ላይ ዹተመሠሹተ ነውፀ
ኣብቲ ኺሕሱ ዘይክእል ኣምላኜ፡ ጥንቲ ዘተስፈወና ተስፋ ናይ ዘለኣለም ህይወት እተመስሚተትን እያ፣
66,283

66,284
am_tg
ይሁንና አዳኛቜን በሆነው አምላክ ትእዛዝ በአደራ በተሰጠኝ ዚስብኚቱ ሥራ አማካኝነት ራሱ በወሰነው ጊዜ ቃሉ እንዲታወቅ አደሚገፀ
ግናኞ፡ ብትእዛዝ እቲ መድሓኒና ዝዀነ ኣምላኜ በቲ ንዓይ ሕድሪ ዝሃበኒ ስብኚት ገይሩ ብግዜኡ ንቓሉ ገሊጜዎ እዩ፡—
66,285

66,286
am_tg
ዚጋራቜን በሆነው እምነት እውነተኛ ልጄ ለሆነው ለቲቶፊ አባት ኹሆነው አምላክና አዳኛቜን ኹሆነው ኚክርስቶስ ኢዚሱስ ጾጋና ሰላም ለአንተ ይሁን።
ናብቲ በታ ናይ ሓባር እምነት ናይ ሓቂ ወደይ ዝዀነ ቲቶስፊ ካብ ኣቊና ኣምላኜን ካብ መድሓኒና ክርስቶስ ዚሱስን ጾጋን ሰላምን ይኹነልካ።
66,287

66,288
am_tg
አንተን በቀርጀስ ዚተውኩህ ያልተስተካኚሉትን ነገሮቜ እንድታስተካክልና በሰጠሁህ መመሪያ መሠሚት በዹኹተማው ሜማግሌዎቜን እንድትሟም ነውፀ
ኚምቲ ዝኣዘዝኩኻ ጌርካ፡ ጕድለት ክትእርምን ኣብ ኚኚተማኡ ሜማግለታት ክትሞይምን እዚ ኣብ ቅሬጥስ ዝሓደግኩኻ፣
66,289

66,290
am_tg
ይኾውም ኚክስ ነፃ ዚሆነ፣ ዚአንዲት ሚስት ባል እንዲሁም በስድነት ወይም በዓመፀኝነት ዚማይኚሰሱ አማኝ ዹሆኑ ልጆቜ ያሉት ማንም ሰው ካለ እንድትሟም ነው።
ማለት ዚንቀፈሉ ዘይብሉ፡ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ብዝርጋን ወይ ብዕልወት ዘይተኞስሱ ኣመንቲ ውሉዳት ዘለውዎ እንተሎ።
66,291

66,292
am_tg
ምክንያቱም ዹበላይ ተመልካቜ በአምላክ ዚተሟመ መጋቢ እንደመሆኑ መጠን ኚክስ ነፃ መሆን አለበትፀ በራሱ ሐሳብ ዚሚመራ፣ ግልፍተኛ፣ ሰካራም፣ ኃይለኛና አግባብ ያልሆነ ጥቅም ለማግኘት ዚሚስገበገብ ሊሆን አይገባምፀ
ኚመይሲ፡ ሓላዊ ብኣምላኜ እተሞመ ኣመሓዳሪ ኾም ምዃኑ መጠን፡ ዚንቀፈሉ ዘይብሉ፡ ብርእሱ ዘይምካሕ፡ ዘይቍጡዕ፡ ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ዘይግቡእ ሚብሓ ንምርካብ ዘይሃርፍ፡
66,293

66,294
am_tg
ኹዚህ ይልቅ እንግዳ ተቀባይ፣ ጥሩ ዹሆነውን ነገር ዚሚወድ፣ ጀናማ አስተሳሰብ ያለው፣ ጻድቅ፣ ታማኝ፣ ራሱን ዚሚገዛ፣
ዚግዳስ፡ ተቐባል ጋሻ፡ ሰናይ ዚፈቱ፡ ለባም፡ ጻድቕ፡ እሙን፡ ርእሱ ዚገትእ፡
66,295

66,296
am_tg
እንዲሁም ትክክለኛ በሆነው ትምህርት ማበሚታታትም ሆነ ይህን ትምህርት ዚሚቃወሙትን መውቀስ ይቜል ዘንድ ዚማስተማር ጥበቡን ሲጠቀም ዚታመነውን ቃል በጥብቅ ዹሚኹተል ሊሆን ይገባል።
በቲ ጥዑይ ትምህርቲ ምእንቲ ኌተባብዕን ነቶም ዚቃወሙ ምእንቲ ኺገንሕን፡ ብጥበብ ኣመሃህራ ገይሩ ነቲ እሙን ቃል ኣጜኒዑ ዚሕዝ ኪኞውን ኣለዎ።
66,297

66,298
am_tg
ዓመፀኞቜ፣ በኚንቱ ዹሚለፈልፉና አታላዮቜ ዹሆኑ በተለይም ግርዘትን በጥብቅ ዹሚኹተሉ ብዙ ሰዎቜ አሉና።
ኚመይሲ፡ ብዙሓት ዓለወኛታትን ሃተውተው በሃልትን መታለልትን ኣለዉ፣ እዚኣቶም ኚኣ ምናዳ ኻብ ሰብ ግዝሚት እዮም።
66,299