Unnamed: 0 int64 0 68.7k | prefix stringclasses 2
values | in_put stringlengths 3 274 | out_put stringlengths 3 274 |
|---|---|---|---|
65,900 | am_tg | የሕግ አስተማሪዎች መሆን ይፈልጋሉ፤ ሆኖም የሚናገሯቸውን ነገሮችም ሆነ አጥብቀው የሚሟገቱላቸውን ነገሮች አያስተውሉም። | ነቲ ዚብልዎ ወይስ ነቲ ብምትእምማን ኣትሪሮም ዚዛረቡሉ ነገር ዘይርድእዎ ኽነሶምሲ፡ መምህራን ሕጊ ኪዀኑ እዮም ዚደልዩ። |
65,901 | tg_am | ነቲ ዚብልዎ ወይስ ነቲ ብምትእምማን ኣትሪሮም ዚዛረቡሉ ነገር ዘይርድእዎ ኽነሶምሲ፡ መምህራን ሕጊ ኪዀኑ እዮም ዚደልዩ። | የሕግ አስተማሪዎች መሆን ይፈልጋሉ፤ ሆኖም የሚናገሯቸውን ነገሮችም ሆነ አጥብቀው የሚሟገቱላቸውን ነገሮች አያስተውሉም። |
65,902 | am_tg | አንድ ሰው በአግባቡ ሥራ ላይ እስካዋለው ድረስ ሕጉ መልካም ነው፤ | እቲ ሕጊ ብግቡእ ኣብ ተግባር እንተ ውዒሉ፡ ሰናይ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። |
65,903 | tg_am | እቲ ሕጊ ብግቡእ ኣብ ተግባር እንተ ውዒሉ፡ ሰናይ ምዃኑ ንፈልጥ ኢና። | አንድ ሰው በአግባቡ ሥራ ላይ እስካዋለው ድረስ ሕጉ መልካም ነው፤ |
65,904 | am_tg | ደግሞም ሕግ የሚወጣው ለጻድቅ ሰው ሳይሆን ሕግ ለሚተላለፉና ለዓመፀኞች፣ ፈሪሃ አምላክ ለሌላቸውና ለኃጢአተኞች፣ ታማኞች ላልሆኑና ቅዱስ የሆነውን ለሚንቁ፣ አባትንና እናትን ለሚገድሉ እንዲሁም ለነፍሰ ገዳዮች መሆኑን መገንዘብ ይኖርበታል፤ | ሕጊ ንጻድቕ ከም ዘይተሰርዐ ንፈልጥ ኢና፣ የግዳስ፡ ንጠሓስቲ ሕግን ንዓለወኛታትን፡ ንኣምላኽ ንዘይፈርሁን ንሓጥኣንን፡ ንዘይእሙናት፡ ንርኹሳት፡ ንቐተልቲ ኣቦታቶምን ንቐተልቲ ኣዴታቶምን፡ ንቐተልቲ ነፍሲ፡ |
65,905 | tg_am | ሕጊ ንጻድቕ ከም ዘይተሰርዐ ንፈልጥ ኢና፣ የግዳስ፡ ንጠሓስቲ ሕግን ንዓለወኛታትን፡ ንኣምላኽ ንዘይፈርሁን ንሓጥኣንን፡ ንዘይእሙናት፡ ንርኹሳት፡ ንቐተልቲ ኣቦታቶምን ንቐተልቲ ኣዴታቶምን፡ ንቐተልቲ ነፍሲ፡ | ደግሞም ሕግ የሚወጣው ለጻድቅ ሰው ሳይሆን ሕግ ለሚተላለፉና ለዓመፀኞች፣ ፈሪሃ አምላክ ለሌላቸውና ለኃጢአተኞች፣ ታማኞች ላልሆኑና ቅዱስ የሆነውን ለሚንቁ፣ አባትንና እናትን ለሚገድሉ እንዲሁም ለነፍሰ ገዳዮች መሆኑን መገንዘብ ይኖርበታል፤ |
65,906 | am_tg | በተጨማሪም ለሴሰኞች፣ ግብረ ሰዶም ለሚፈጽሙ ወንዶች፣ ለአፋኞች፣ ለውሸታሞችና በሐሰት ለሚምሉ እንዲሁም ትክክለኛውን ትምህርት ለሚጻረሩ ነገሮች ሁሉ ነው፤ | ንኣመንዝራታት፡ ግብረ ሶዶም ንዚገብሩ፡ ንጨወይቲ፡ ንሓሰውቲ፡ ብሓሶት ንዚምሕሉ፡ ምስቲ ጥዑይ ትምህርቲ ንዚጻረር ካልእ እውን እዩ ተሰሪዑ። |
65,907 | tg_am | ንኣመንዝራታት፡ ግብረ ሶዶም ንዚገብሩ፡ ንጨወይቲ፡ ንሓሰውቲ፡ ብሓሶት ንዚምሕሉ፡ ምስቲ ጥዑይ ትምህርቲ ንዚጻረር ካልእ እውን እዩ ተሰሪዑ። | በተጨማሪም ለሴሰኞች፣ ግብረ ሰዶም ለሚፈጽሙ ወንዶች፣ ለአፋኞች፣ ለውሸታሞችና በሐሰት ለሚምሉ እንዲሁም ትክክለኛውን ትምህርት ለሚጻረሩ ነገሮች ሁሉ ነው፤ |
65,908 | am_tg | ይህ ትምህርት ደስተኛው አምላክ ከገለጸው ክብራማ ምሥራች ጋር የሚስማማ ሲሆን እሱም ምሥራቹን በአደራ ሰጥቶኛል። | እዚ ድማ ከምቲ ንዓይ ሕድሪ እተዋህበኒ ኽቡር ብስራት እቲ ሕጉስ ኣምላኽ እዩ። |
65,909 | tg_am | እዚ ድማ ከምቲ ንዓይ ሕድሪ እተዋህበኒ ኽቡር ብስራት እቲ ሕጉስ ኣምላኽ እዩ። | ይህ ትምህርት ደስተኛው አምላክ ከገለጸው ክብራማ ምሥራች ጋር የሚስማማ ሲሆን እሱም ምሥራቹን በአደራ ሰጥቶኛል። |
65,910 | am_tg | ለአገልግሎቱ በመሾም ታማኝ አድርጎ ስለቆጠረኝ ኃይል የሰጠኝን ጌታችን ክርስቶስ ኢየሱስን አመሰግናለሁ፤ | ኣነ ነቲ ሓይሊ ዝሃበኒ ጐይታና ክርስቶስ የሱስ አመስግኖ እየ። ከመይሲ፡ ንኣገልግሎት ብምምዳብ፡ ከም እሙን ቈጺሩኒ እዩ። |
65,911 | tg_am | ኣነ ነቲ ሓይሊ ዝሃበኒ ጐይታና ክርስቶስ የሱስ አመስግኖ እየ። ከመይሲ፡ ንኣገልግሎት ብምምዳብ፡ ከም እሙን ቈጺሩኒ እዩ። | ለአገልግሎቱ በመሾም ታማኝ አድርጎ ስለቆጠረኝ ኃይል የሰጠኝን ጌታችን ክርስቶስ ኢየሱስን አመሰግናለሁ፤ |
65,912 | am_tg | ምንም እንኳ ቀደም ሲል አምላክን የምሳደብ፣ አሳዳጅና እብሪተኛ የነበርኩ ብሆንም ይህን አድርጎልኛል። ደግሞም ባለማወቅና ባለማመን ስላደረግኩት፣ ምሕረት ተደርጎልኛል። | ቀደም ተጻራፍን ሰጓጕን ነቓጽን ዝነበርኩ ኽነሰይ፡ ብዘይ ፍልጠትን ብዘይ እምነትን ስለ ዝገበርክዎ፡ ተማሒረ እየ። |
65,913 | tg_am | ቀደም ተጻራፍን ሰጓጕን ነቓጽን ዝነበርኩ ኽነሰይ፡ ብዘይ ፍልጠትን ብዘይ እምነትን ስለ ዝገበርክዎ፡ ተማሒረ እየ። | ምንም እንኳ ቀደም ሲል አምላክን የምሳደብ፣ አሳዳጅና እብሪተኛ የነበርኩ ብሆንም ይህን አድርጎልኛል። ደግሞም ባለማወቅና ባለማመን ስላደረግኩት፣ ምሕረት ተደርጎልኛል። |
65,914 | am_tg | የጌታችን ጸጋም ከእምነት እንዲሁም የክርስቶስ ኢየሱስ ተከታይ በመሆኔ ምክንያት ካገኘሁት ፍቅር ጋር እጅግ ተትረፍርፎልኛል። | ጸጋ ጐይታና ድማ ምስቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ እምነትን ፍቕርን ብዘይ ልክዕ ዓዚዙ እዩ። |
65,915 | tg_am | ጸጋ ጐይታና ድማ ምስቲ ብክርስቶስ የሱስ ዝዀነ እምነትን ፍቕርን ብዘይ ልክዕ ዓዚዙ እዩ። | የጌታችን ጸጋም ከእምነት እንዲሁም የክርስቶስ ኢየሱስ ተከታይ በመሆኔ ምክንያት ካገኘሁት ፍቅር ጋር እጅግ ተትረፍርፎልኛል። |
65,916 | am_tg | ‘ክርስቶስ ኢየሱስ ኃጢአተኞችን ለማዳን ወደ ዓለም መጣ’ የሚለው ቃል እምነት የሚጣልበትና ሙሉ ተቀባይነት ሊያገኝ የሚገባው ነው። ከኃጢአተኞች ደግሞ እኔ ዋነኛ ነኝ። | እዚ ቓል እዚ እሙንን ምሉእ ተቐባልነት ዚግብኦን እዩ፦ ክርስቶስ የሱስ ንሓጥኣን ኬድሕን እዩ መጺኡ። ካባታቶም እውን ኣነ ኣውራ እየ። |
65,917 | tg_am | እዚ ቓል እዚ እሙንን ምሉእ ተቐባልነት ዚግብኦን እዩ፦ ክርስቶስ የሱስ ንሓጥኣን ኬድሕን እዩ መጺኡ። ካባታቶም እውን ኣነ ኣውራ እየ። | ‘ክርስቶስ ኢየሱስ ኃጢአተኞችን ለማዳን ወደ ዓለም መጣ’ የሚለው ቃል እምነት የሚጣልበትና ሙሉ ተቀባይነት ሊያገኝ የሚገባው ነው። ከኃጢአተኞች ደግሞ እኔ ዋነኛ ነኝ። |
65,918 | am_tg | ይሁንና ለእኔ ምሕረት የተደረገው ክርስቶስ ኢየሱስ፣ ዋነኛ ኃጢአተኛ የሆንኩትን እኔን ምሳሌ አድርጎ በመጠቀም የዘላለም ሕይወት ለማግኘት እምነታቸውን በእሱ ላይ ለሚጥሉ ሰዎች ትዕግሥቱን ሁሉ ያሳይ ዘንድ ነው። | ግናኸ፡ ክርስቶስ የሱስ ብኣይ ብኣውራ ገይሩ ነቶም ናይ ዘለኣለም ህይወት ንምርካብ ብእኡ ዚኣምኑ ዘበሉ፡ ኵሉ ዓቕሉ ኸም ኣብነት ምእንቲ ኼርኢ፡ በዚ ምኽንያት እዚ እየ እተመሓርኩ። |
65,919 | tg_am | ግናኸ፡ ክርስቶስ የሱስ ብኣይ ብኣውራ ገይሩ ነቶም ናይ ዘለኣለም ህይወት ንምርካብ ብእኡ ዚኣምኑ ዘበሉ፡ ኵሉ ዓቕሉ ኸም ኣብነት ምእንቲ ኼርኢ፡ በዚ ምኽንያት እዚ እየ እተመሓርኩ። | ይሁንና ለእኔ ምሕረት የተደረገው ክርስቶስ ኢየሱስ፣ ዋነኛ ኃጢአተኛ የሆንኩትን እኔን ምሳሌ አድርጎ በመጠቀም የዘላለም ሕይወት ለማግኘት እምነታቸውን በእሱ ላይ ለሚጥሉ ሰዎች ትዕግሥቱን ሁሉ ያሳይ ዘንድ ነው። |
65,920 | am_tg | እንግዲህ ለማይጠፋውና ለማይታየው፣ እሱ ብቻ አምላክ ለሆነው ለዘላለሙ ንጉሥ ክብርና ግርማ ለዘላለም ይሁን። አሜን። | ነቲ ናይ ዘለኣለም ንጉስ፡ ዘይሓልፍ፡ ዘይርአ ሓደ ኣምላኽ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብርን ግርማን ይኹኖ። ኣሜን። |
65,921 | tg_am | ነቲ ናይ ዘለኣለም ንጉስ፡ ዘይሓልፍ፡ ዘይርአ ሓደ ኣምላኽ፡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብርን ግርማን ይኹኖ። ኣሜን። | እንግዲህ ለማይጠፋውና ለማይታየው፣ እሱ ብቻ አምላክ ለሆነው ለዘላለሙ ንጉሥ ክብርና ግርማ ለዘላለም ይሁን። አሜን። |
65,922 | am_tg | ልጄ ጢሞቴዎስ፣ ከዚህ ቀደም ስለ አንተ በተነገሩት ትንቢቶች መሠረት ይህን ትእዛዝ በአደራ እሰጥሃለሁ፤ ይኸውም ከእነዚህ ጋር በሚስማማ መንገድ መልካሙን ውጊያ መዋጋትህን እንድትቀጥል ነው፤ | ኣታ ጢሞቴዎስ ወደይ፡ ከምቲ ብዛዕባኻ እተነግረ ትንቢታት፡ በዚ ጽቡቕ ውግእ ምእንቲ ኽትዋጋእ፡ እዚ ትእዛዝ እዚ አማዕቍበካ ኣለኹ። |
65,923 | tg_am | ኣታ ጢሞቴዎስ ወደይ፡ ከምቲ ብዛዕባኻ እተነግረ ትንቢታት፡ በዚ ጽቡቕ ውግእ ምእንቲ ኽትዋጋእ፡ እዚ ትእዛዝ እዚ አማዕቍበካ ኣለኹ። | ልጄ ጢሞቴዎስ፣ ከዚህ ቀደም ስለ አንተ በተነገሩት ትንቢቶች መሠረት ይህን ትእዛዝ በአደራ እሰጥሃለሁ፤ ይኸውም ከእነዚህ ጋር በሚስማማ መንገድ መልካሙን ውጊያ መዋጋትህን እንድትቀጥል ነው፤ |
65,924 | am_tg | ይህን የምታደርገው እምነትንና ጥሩ ሕሊናን አጥብቀህ በመያዝ ነው፤ አንዳንዶች ሕሊናቸውን ወደ ጎን ገሸሽ በማድረጋቸው ባሕር ላይ አደጋ ደርሶበት እንደተሰባበረ መርከብ እምነታቸው ጠፍቷል። | እምነትን ሰናይ ሕልናን ሓዝ፣ ገሊኦም ንሕልናኦም ስለ ዝደርበይዎ፡ እምነቶም ከም እተሰብረት መርከብ ኰይና ጠፊኣ ኣላ። |
65,925 | tg_am | እምነትን ሰናይ ሕልናን ሓዝ፣ ገሊኦም ንሕልናኦም ስለ ዝደርበይዎ፡ እምነቶም ከም እተሰብረት መርከብ ኰይና ጠፊኣ ኣላ። | ይህን የምታደርገው እምነትንና ጥሩ ሕሊናን አጥብቀህ በመያዝ ነው፤ አንዳንዶች ሕሊናቸውን ወደ ጎን ገሸሽ በማድረጋቸው ባሕር ላይ አደጋ ደርሶበት እንደተሰባበረ መርከብ እምነታቸው ጠፍቷል። |
65,926 | am_tg | ከእነሱም መካከል ሄሜኔዎስና እስክንድር ይገኙበታል፤ እነሱ ከተግሣጽ ተምረው በአምላክ ላይ የስድብ ቃል ከመናገር እንዲቆጠቡ ለሰይጣን አሳልፌ ሰጥቻቸዋለሁ። | ሄሜኔዎስን እስክንድሮስን ካባታቶም እዮም፣ ንዓታቶም ድማ ብተግሳጽ ምእንቲ ኺምሃሩ እምበር፡ ከይጻረፉ ንሰይጣን ኣሕሊፈ ሂበዮም ኣለኹ። |
65,927 | tg_am | ሄሜኔዎስን እስክንድሮስን ካባታቶም እዮም፣ ንዓታቶም ድማ ብተግሳጽ ምእንቲ ኺምሃሩ እምበር፡ ከይጻረፉ ንሰይጣን ኣሕሊፈ ሂበዮም ኣለኹ። | ከእነሱም መካከል ሄሜኔዎስና እስክንድር ይገኙበታል፤ እነሱ ከተግሣጽ ተምረው በአምላክ ላይ የስድብ ቃል ከመናገር እንዲቆጠቡ ለሰይጣን አሳልፌ ሰጥቻቸዋለሁ። |
65,928 | am_tg | ይህ ቃል እምነት የሚጣልበት ነው፦ የበላይ ተመልካች ለመሆን የሚጣጣር ሰው መልካም ሥራን ይመኛል። | እዚ ቓል እዚ እሙን እዩ፦ ሓደ እኳ ሓላዊ ኪኸውን እንተ ተመጣጢሩ፡ ሰናይ ግብሪ ይምነ ኣሎ። |
65,929 | tg_am | እዚ ቓል እዚ እሙን እዩ፦ ሓደ እኳ ሓላዊ ኪኸውን እንተ ተመጣጢሩ፡ ሰናይ ግብሪ ይምነ ኣሎ። | ይህ ቃል እምነት የሚጣልበት ነው፦ የበላይ ተመልካች ለመሆን የሚጣጣር ሰው መልካም ሥራን ይመኛል። |
65,930 | am_tg | ስለዚህ የበላይ ተመልካች የማይነቀፍ፣ የአንዲት ሚስት ባል፣ በልማዶቹ ልከኛ የሆነ፣ ጤናማ አስተሳሰብ ያለው፣ ሥርዓታማ፣ እንግዳ ተቀባይ፣ የማስተማር ብቃት ያለው፣ | እምበኣር፡ እቲ ሓላዊ ዘይውቀስ፡ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ወረጃ፡ ለባም፡ ስርዓት ዚሕሉ፡ ተቐባል ጋሻ፡ ንምስትምሃር ብቑዕ፡ |
65,931 | tg_am | እምበኣር፡ እቲ ሓላዊ ዘይውቀስ፡ ሰብኣይ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ወረጃ፡ ለባም፡ ስርዓት ዚሕሉ፡ ተቐባል ጋሻ፡ ንምስትምሃር ብቑዕ፡ | ስለዚህ የበላይ ተመልካች የማይነቀፍ፣ የአንዲት ሚስት ባል፣ በልማዶቹ ልከኛ የሆነ፣ ጤናማ አስተሳሰብ ያለው፣ ሥርዓታማ፣ እንግዳ ተቀባይ፣ የማስተማር ብቃት ያለው፣ |
65,932 | am_tg | የማይሰክር፣ ኃይለኛ ያልሆነ፣ ይልቁንም ምክንያታዊ የሆነ፣ የማይጣላ፣ ገንዘብ ወዳድ ያልሆነ፣ | ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ልዙብ፡ ዘይብኣስ፡ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ፡ |
65,933 | tg_am | ዘይሰክር፡ ዘይዋቓዕ፡ ልዙብ፡ ዘይብኣስ፡ ፈታው ገንዘብ ዘይኰነ፡ | የማይሰክር፣ ኃይለኛ ያልሆነ፣ ይልቁንም ምክንያታዊ የሆነ፣ የማይጣላ፣ ገንዘብ ወዳድ ያልሆነ፣ |
65,934 | am_tg | ታዛዥና ቁም ነገረኛ የሆኑ ልጆች ያሉትና የራሱን ቤተሰብ በተገቢው ሁኔታ የሚያስተዳድር ሊሆን ይገባዋል፤ | ንቤተ ሰቡ ጽቡቕ ገይሩ ዜስተናብር፡ ብዅሉ ርዝነት ዚግዝኡ ውሉዳት ዘለውዎ ይኹን። |
65,935 | tg_am | ንቤተ ሰቡ ጽቡቕ ገይሩ ዜስተናብር፡ ብዅሉ ርዝነት ዚግዝኡ ውሉዳት ዘለውዎ ይኹን። | ታዛዥና ቁም ነገረኛ የሆኑ ልጆች ያሉትና የራሱን ቤተሰብ በተገቢው ሁኔታ የሚያስተዳድር ሊሆን ይገባዋል፤ |
65,936 | am_tg | (ደግሞስ አንድ ሰው የራሱን ቤተሰብ እንዴት እንደሚያስተዳድር ካላወቀ የአምላክን ጉባኤ እንዴት ሊንከባከብ ይችላል?) | (ሓደ ሰብ ንቤተ ሰቡ ኼስተናብር ካብ ዘይክእልሲ፡ ንጉባኤ ኣምላኽ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኺከናኸና ይኽእል፧) |
65,937 | tg_am | (ሓደ ሰብ ንቤተ ሰቡ ኼስተናብር ካብ ዘይክእልሲ፡ ንጉባኤ ኣምላኽ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኺከናኸና ይኽእል፧) | (ደግሞስ አንድ ሰው የራሱን ቤተሰብ እንዴት እንደሚያስተዳድር ካላወቀ የአምላክን ጉባኤ እንዴት ሊንከባከብ ይችላል?) |
65,938 | am_tg | በትዕቢት ተነፍቶ ዲያብሎስ የተፈረደበት ዓይነት ፍርድ እንዳይፈረድበት አዲስ ክርስቲያን አይሁን። | ብትዕቢት ተነፊሑ፡ ናብቲ ንድያብሎስ እተፈርዶ ፍርዲ ምእንቲ ኸይወድቕ፡ ሓድሽ ወደ መዝሙር ኣይኹን። |
65,939 | tg_am | ብትዕቢት ተነፊሑ፡ ናብቲ ንድያብሎስ እተፈርዶ ፍርዲ ምእንቲ ኸይወድቕ፡ ሓድሽ ወደ መዝሙር ኣይኹን። | በትዕቢት ተነፍቶ ዲያብሎስ የተፈረደበት ዓይነት ፍርድ እንዳይፈረድበት አዲስ ክርስቲያን አይሁን። |
65,940 | am_tg | ከዚህም በተጨማሪ እንዳይነቀፍና በዲያብሎስ ወጥመድ ውስጥ እንዳይወድቅ በውጭ ባሉት ሰዎች ዘንድ በመልካም የተመሠከረለት ሊሆን ይገባል። | ኣብ ጸርፍን ኣብ መፈንጠራ ድያብሎስን ምእንቲ ኸይወድቕ ከኣ፡ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጽቡቕ እተመስከረሉ ኪኸውን ይግባእ። |
65,941 | tg_am | ኣብ ጸርፍን ኣብ መፈንጠራ ድያብሎስን ምእንቲ ኸይወድቕ ከኣ፡ ካብቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ብጽቡቕ እተመስከረሉ ኪኸውን ይግባእ። | ከዚህም በተጨማሪ እንዳይነቀፍና በዲያብሎስ ወጥመድ ውስጥ እንዳይወድቅ በውጭ ባሉት ሰዎች ዘንድ በመልካም የተመሠከረለት ሊሆን ይገባል። |
65,942 | am_tg | የጉባኤ አገልጋዮችም በተመሳሳይ ቁም ነገረኞች፣ በሁለት ምላስ የማይናገሩ፣ ብዙ የወይን ጠጅ የማይጠጡ፣ አግባብ ያልሆነ ጥቅም ለማግኘት የማይስገበገቡ፣ | ኣገልገልቲ ጉባኤ እውን ከምኡ፡ ረዘንቲ፡ ሰብ ክልተ ልሳን ዘይኰኑ፡ ብዙሕ ወይኒ ንምስታይ ዘየድህቡ፡ ዘይግቡእ ረብሓ ንምርካብ ዘይሃርፉ፡ |
65,943 | tg_am | ኣገልገልቲ ጉባኤ እውን ከምኡ፡ ረዘንቲ፡ ሰብ ክልተ ልሳን ዘይኰኑ፡ ብዙሕ ወይኒ ንምስታይ ዘየድህቡ፡ ዘይግቡእ ረብሓ ንምርካብ ዘይሃርፉ፡ | የጉባኤ አገልጋዮችም በተመሳሳይ ቁም ነገረኞች፣ በሁለት ምላስ የማይናገሩ፣ ብዙ የወይን ጠጅ የማይጠጡ፣ አግባብ ያልሆነ ጥቅም ለማግኘት የማይስገበገቡ፣ |
65,944 | am_tg | የእምነትን ቅዱስ ሚስጥር በንጹሕ ሕሊና አጥብቀው የሚይዙ መሆን ይገባቸዋል። | ቅዱስ ምስጢር እታ እምነት ብንጹህ ሕልና ዚሕዙ ኪዀኑ ይግባእ። |
65,945 | tg_am | ቅዱስ ምስጢር እታ እምነት ብንጹህ ሕልና ዚሕዙ ኪዀኑ ይግባእ። | የእምነትን ቅዱስ ሚስጥር በንጹሕ ሕሊና አጥብቀው የሚይዙ መሆን ይገባቸዋል። |
65,946 | am_tg | በተጨማሪም ብቁ መሆናቸውን ለማረጋገጥ በቅድሚያ ይፈተኑ፤ ከዚያም ከክስ ነፃ ሆነው ከተገኙ አገልጋይ ሆነው ያገልግሉ። | እዚኣቶም እውን ቅድም ብቕዓቶም ይመርመር፣ ሽዑ፡ ዚንቀፉሉ ዘይብሎም ክሳዕ ዝዀኑ፡ የገልግሉ። |
65,947 | tg_am | እዚኣቶም እውን ቅድም ብቕዓቶም ይመርመር፣ ሽዑ፡ ዚንቀፉሉ ዘይብሎም ክሳዕ ዝዀኑ፡ የገልግሉ። | በተጨማሪም ብቁ መሆናቸውን ለማረጋገጥ በቅድሚያ ይፈተኑ፤ ከዚያም ከክስ ነፃ ሆነው ከተገኙ አገልጋይ ሆነው ያገልግሉ። |
65,948 | am_tg | ሴቶችም እንደዚሁ ቁም ነገረኞች፣ የሰው ስም የማያጠፉ፣ በልማዶቻቸው ልከኞችና በሁሉም ነገር ታማኞች ሊሆኑ ይገባል። | ኣንስቲ እውን ከምኡ፡ ረዘንቲ፡ ዘይሓመይቲ፡ ወራዙት፡ ብዅሉ እውን እሙናት ኪዀና ይግባእ። |
65,949 | tg_am | ኣንስቲ እውን ከምኡ፡ ረዘንቲ፡ ዘይሓመይቲ፡ ወራዙት፡ ብዅሉ እውን እሙናት ኪዀና ይግባእ። | ሴቶችም እንደዚሁ ቁም ነገረኞች፣ የሰው ስም የማያጠፉ፣ በልማዶቻቸው ልከኞችና በሁሉም ነገር ታማኞች ሊሆኑ ይገባል። |
65,950 | am_tg | የጉባኤ አገልጋዮች የአንዲት ሚስት ባል እንዲሁም ልጆቻቸውንና የራሳቸውን ቤተሰብ በተገቢው ሁኔታ የሚያስተዳድሩ ሊሆኑ ይገባል። | ኣገልገልቲ ጉባኤ፡ ሰብ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ደቆምን ቤተ ሰቦምን ጽቡቕ ገይሮም ዜስተናብሩ ይኹኑ። |
65,951 | tg_am | ኣገልገልቲ ጉባኤ፡ ሰብ ሓንቲ ሰበይቲ፡ ደቆምን ቤተ ሰቦምን ጽቡቕ ገይሮም ዜስተናብሩ ይኹኑ። | የጉባኤ አገልጋዮች የአንዲት ሚስት ባል እንዲሁም ልጆቻቸውንና የራሳቸውን ቤተሰብ በተገቢው ሁኔታ የሚያስተዳድሩ ሊሆኑ ይገባል። |
65,952 | am_tg | በተገቢው ሁኔታ የሚያገለግሉ ወንዶች ለራሳቸው መልካም ስም የሚያተርፉ ከመሆናቸውም በላይ በክርስቶስ ኢየሱስ ላይ ስላላቸው እምነት አፋቸውን ሞልተው ለመናገር የሚያስችል ነፃነት ያገኛሉና። | ከመይሲ፡ እቶም ጽቡቕ ገይሮም ዜገልግሉ፡ ጽቡቕ ስምን ብእምነት ክርስቶስ የሱስ ንምዝራብ ዜኽእል ብዙሕ ትብዓትን ይረኽቡ እዮም። |
65,953 | tg_am | ከመይሲ፡ እቶም ጽቡቕ ገይሮም ዜገልግሉ፡ ጽቡቕ ስምን ብእምነት ክርስቶስ የሱስ ንምዝራብ ዜኽእል ብዙሕ ትብዓትን ይረኽቡ እዮም። | በተገቢው ሁኔታ የሚያገለግሉ ወንዶች ለራሳቸው መልካም ስም የሚያተርፉ ከመሆናቸውም በላይ በክርስቶስ ኢየሱስ ላይ ስላላቸው እምነት አፋቸውን ሞልተው ለመናገር የሚያስችል ነፃነት ያገኛሉና። |
65,954 | am_tg | በቅርቡ ወደ አንተ እንደምመጣ ተስፋ ባደርግም እነዚህን ነገሮች ጽፌልሃለሁ፤ | ናባኻ ቐልጢፈ ኽመጽእ ተስፋ እናገበርኩ፡ እዚ እጽሕፈልካ ኣለኹ። |
65,955 | tg_am | ናባኻ ቐልጢፈ ኽመጽእ ተስፋ እናገበርኩ፡ እዚ እጽሕፈልካ ኣለኹ። | በቅርቡ ወደ አንተ እንደምመጣ ተስፋ ባደርግም እነዚህን ነገሮች ጽፌልሃለሁ፤ |
65,956 | am_tg | ይህን ያደረግኩት ምናልባት ብዘገይ በአምላክ ቤተሰብ ይኸውም የእውነት ዓምድና ድጋፍ በሆነው የሕያው አምላክ ጉባኤ ውስጥ ምን ዓይነት ምግባር ማሳየት እንዳለብህ ታውቅ ዘንድ ነው። | እንተ ደንጕየ ግና፡ ኣብ ቤተ ሰብ ኣምላኽ፡ ማለት ኣብታ ናይታ ሓቂ ዓንድን ደገፍን ዝዀነት ጉባኤ ህያው ኣምላኽ፡ ብኸመይ ክትመላለስ ከም ዚግብኣካ ምእንቲ ኽትፈልጥ እየ እዚ ዝጸሓፍኩልካ። |
65,957 | tg_am | እንተ ደንጕየ ግና፡ ኣብ ቤተ ሰብ ኣምላኽ፡ ማለት ኣብታ ናይታ ሓቂ ዓንድን ደገፍን ዝዀነት ጉባኤ ህያው ኣምላኽ፡ ብኸመይ ክትመላለስ ከም ዚግብኣካ ምእንቲ ኽትፈልጥ እየ እዚ ዝጸሓፍኩልካ። | ይህን ያደረግኩት ምናልባት ብዘገይ በአምላክ ቤተሰብ ይኸውም የእውነት ዓምድና ድጋፍ በሆነው የሕያው አምላክ ጉባኤ ውስጥ ምን ዓይነት ምግባር ማሳየት እንዳለብህ ታውቅ ዘንድ ነው። |
65,958 | am_tg | በእርግጥም ይህ ለአምላክ የማደር ቅዱስ ሚስጥር ያለጥርጥር ታላቅ ነው፦ ‘በሥጋ እንዲገለጥ ተደረገ፤ በመንፈስ ጻድቅ ተባለ፤ ለመላእክት ታየ፤ በአሕዛብ መካከል ተሰበከ፤ በዓለም ያሉ አመኑበት፤ በክብር አረገ።’ | እወ፡ እቲ ቕዱስ ምስጢር እዚ ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት ኣማን ብኣማን ዓብዪ እዩ፦ ‘ንሱ ብስጋ ተጋሂዱ፡ ብመንፈስ ጸዲቑ፡ ንመላእኽቲ ተራእዩ፡ ኣብ ኣህዛብ ተሰቢኹ፡ ኣብ ዓለም ተኣሚኑ፡ ብኽብሪ ዓሪጉ እዩ።’ |
65,959 | tg_am | እወ፡ እቲ ቕዱስ ምስጢር እዚ ንኣምላኽ ዘሎና ተወፋይነት ኣማን ብኣማን ዓብዪ እዩ፦ ‘ንሱ ብስጋ ተጋሂዱ፡ ብመንፈስ ጸዲቑ፡ ንመላእኽቲ ተራእዩ፡ ኣብ ኣህዛብ ተሰቢኹ፡ ኣብ ዓለም ተኣሚኑ፡ ብኽብሪ ዓሪጉ እዩ።’ | በእርግጥም ይህ ለአምላክ የማደር ቅዱስ ሚስጥር ያለጥርጥር ታላቅ ነው፦ ‘በሥጋ እንዲገለጥ ተደረገ፤ በመንፈስ ጻድቅ ተባለ፤ ለመላእክት ታየ፤ በአሕዛብ መካከል ተሰበከ፤ በዓለም ያሉ አመኑበት፤ በክብር አረገ።’ |
65,960 | am_tg | እንግዲህ ከሁሉ አስቀድሞ ሁሉንም ዓይነት ሰዎች በተመለከተ ምልጃ፣ ጸሎት፣ ልመናና ምስጋና እንዲቀርብ አሳስባለሁ፤ | ቅድሚ ዅሉ እምበኣር፡ ምህለላን ጸሎትን ማልዶትን ምስጋናን ምእንቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ፡ |
65,961 | tg_am | ቅድሚ ዅሉ እምበኣር፡ ምህለላን ጸሎትን ማልዶትን ምስጋናን ምእንቲ ዅሉ ዓይነት ሰብ፡ | እንግዲህ ከሁሉ አስቀድሞ ሁሉንም ዓይነት ሰዎች በተመለከተ ምልጃ፣ ጸሎት፣ ልመናና ምስጋና እንዲቀርብ አሳስባለሁ፤ |
65,962 | am_tg | በተጨማሪም ነገሥታትንና በሥልጣን ላይ ያሉትን ሁሉ በተመለከተ እንዲሁ እንዲደረግ አሳስባለሁ፤ ይህም ሙሉ በሙሉ ለአምላክ በማደርና ሁሉንም ነገር በትጋት በማከናወን በጸጥታና በተረጋጋ ሁኔታ መኖራችንን እንቀጥል ዘንድ ነው። | ምእንቲ ነገስታትን ምእንቲ ዅሎም ሰበ ስልጣንን እውን ኪቐርብ እምዕድ ኣለኹ። ንኣምላኽ ብዘሎና ምሉእ ተወፋይነትን ብምሉእ ርዝነትን፡ ብህድኣትን ብርግኣትን ምእንቲ ኽንነብር ኢና ኸምኡ እንገብር። |
65,963 | tg_am | ምእንቲ ነገስታትን ምእንቲ ዅሎም ሰበ ስልጣንን እውን ኪቐርብ እምዕድ ኣለኹ። ንኣምላኽ ብዘሎና ምሉእ ተወፋይነትን ብምሉእ ርዝነትን፡ ብህድኣትን ብርግኣትን ምእንቲ ኽንነብር ኢና ኸምኡ እንገብር። | በተጨማሪም ነገሥታትንና በሥልጣን ላይ ያሉትን ሁሉ በተመለከተ እንዲሁ እንዲደረግ አሳስባለሁ፤ ይህም ሙሉ በሙሉ ለአምላክ በማደርና ሁሉንም ነገር በትጋት በማከናወን በጸጥታና በተረጋጋ ሁኔታ መኖራችንን እንቀጥል ዘንድ ነው። |
65,964 | am_tg | ይህም አዳኛችን በሆነው አምላክ ፊት መልካምና ተቀባይነት ያለው ነው፤ | እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ መድሓኒና ኣምላኽ ሰናይን ቅቡልን እዩ፣ |
65,965 | tg_am | እዚ ኣብ ቅድሚ እቲ መድሓኒና ኣምላኽ ሰናይን ቅቡልን እዩ፣ | ይህም አዳኛችን በሆነው አምላክ ፊት መልካምና ተቀባይነት ያለው ነው፤ |
65,966 | am_tg | የእሱ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎች እንዲድኑና የእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው። | ንሱ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ። |
65,967 | tg_am | ንሱ፡ ኵሉ ዓይነት ሰብ ኪድሕንን ናብ ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ኺመጽእን እዩ ዚደሊ። | የእሱ ፈቃድ ሁሉም ዓይነት ሰዎች እንዲድኑና የእውነትን ትክክለኛ እውቀት እንዲያገኙ ነው። |
65,968 | am_tg | አንድ አምላክ አለና፤ በአምላክና በሰው መካከል ደግሞ አንድ መካከለኛ አለ፤ እሱም ሰው የሆነው ክርስቶስ ኢየሱስ ነው፤ | ኣምላኽሲ ሓደ እዩ፣ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰባትን ከኣ፡ ሓደ መንጎኛ እዩ ዘሎ፣ ንሱ ድማ እቲ ሰብ ዝዀነ ክርስቶስ የሱስ እዩ። |
65,969 | tg_am | ኣምላኽሲ ሓደ እዩ፣ ኣብ መንጎ ኣምላኽን ሰባትን ከኣ፡ ሓደ መንጎኛ እዩ ዘሎ፣ ንሱ ድማ እቲ ሰብ ዝዀነ ክርስቶስ የሱስ እዩ። | አንድ አምላክ አለና፤ በአምላክና በሰው መካከል ደግሞ አንድ መካከለኛ አለ፤ እሱም ሰው የሆነው ክርስቶስ ኢየሱስ ነው፤ |
65,970 | am_tg | ራሱን ለሁሉ ተመጣጣኝ ቤዛ አድርጎ ሰጠ፤ በተወሰነለት ጊዜም የምሥክርነት ቃል የሚነገርለት ነገር ይህ ነው። | ኣብ ክንዲ ዅሉ እውን ገዛእ ርእሱ ተመዓራራዪ በጃ ገይሩ ሂቡ እዩ፣ ብዛዕባ እዚ ኸኣ እዩ ብግዜኡ ዚምስከር። |
65,971 | tg_am | ኣብ ክንዲ ዅሉ እውን ገዛእ ርእሱ ተመዓራራዪ በጃ ገይሩ ሂቡ እዩ፣ ብዛዕባ እዚ ኸኣ እዩ ብግዜኡ ዚምስከር። | ራሱን ለሁሉ ተመጣጣኝ ቤዛ አድርጎ ሰጠ፤ በተወሰነለት ጊዜም የምሥክርነት ቃል የሚነገርለት ነገር ይህ ነው። |
65,972 | am_tg | ሰባኪና ሐዋርያ ይኸውም እምነትንና እውነትን በተመለከተ የአሕዛብ አስተማሪ ሆኜ የተሾምኩት ለዚህ ምሥክርነት ሲባል ነው፤ ይህን ስል እውነቱን እየተናገርኩ ነው እንጂ እየዋሸሁ አይደለም። | ምእንቲ እዚ ምስክር እዚ ድማ፡—ሓቂ እብል ኣለኹ፡ ኣይሕሱን እየ፡—ሰባኽን ሃዋርያን፡ ማለት ብዛዕባ እምነትን ሓቅን መምህር ኣህዛብ ኰይነ ተሸይመ እየ። |
65,973 | tg_am | ምእንቲ እዚ ምስክር እዚ ድማ፡—ሓቂ እብል ኣለኹ፡ ኣይሕሱን እየ፡—ሰባኽን ሃዋርያን፡ ማለት ብዛዕባ እምነትን ሓቅን መምህር ኣህዛብ ኰይነ ተሸይመ እየ። | ሰባኪና ሐዋርያ ይኸውም እምነትንና እውነትን በተመለከተ የአሕዛብ አስተማሪ ሆኜ የተሾምኩት ለዚህ ምሥክርነት ሲባል ነው፤ ይህን ስል እውነቱን እየተናገርኩ ነው እንጂ እየዋሸሁ አይደለም። |
65,974 | am_tg | ስለዚህ በሁሉም ቦታ ወንዶች ቁጣንና ክርክርን አስወግደው ታማኝ እጆችን ወደ ላይ በማንሳት አዘውትረው እንዲጸልዩ እፈልጋለሁ። | እምበኣር፡ ሰብኡት ብዘይ ቍጥዓን ክትዕን እሙናት ኣእዳው ኣልዒሎም፡ ኣብ ኵሉ ቦታ ብቐጻሊ ኺጽልዩ እደሊ ኣለኹ። |
65,975 | tg_am | እምበኣር፡ ሰብኡት ብዘይ ቍጥዓን ክትዕን እሙናት ኣእዳው ኣልዒሎም፡ ኣብ ኵሉ ቦታ ብቐጻሊ ኺጽልዩ እደሊ ኣለኹ። | ስለዚህ በሁሉም ቦታ ወንዶች ቁጣንና ክርክርን አስወግደው ታማኝ እጆችን ወደ ላይ በማንሳት አዘውትረው እንዲጸልዩ እፈልጋለሁ። |
65,976 | am_tg | በተመሳሳይም ሴቶች ፀጉር በመሸረብና በወርቅ ወይም በዕንቁ ወይም ደግሞ በጣም ውድ በሆነ ልብስ ሳይሆን በልከኝነትና በማስተዋል፣ ተገቢ በሆነ ልብስ ራሳቸውን ያስውቡ፤ | ኣንስቲ እውን ከምኡ ብቝኖ፡ ብወርቂ፡ ብሉል፡ ወይስ ብኣዝዩ ኽቡር ክዳውንቲ ዘይኰነስ፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ |
65,977 | tg_am | ኣንስቲ እውን ከምኡ ብቝኖ፡ ብወርቂ፡ ብሉል፡ ወይስ ብኣዝዩ ኽቡር ክዳውንቲ ዘይኰነስ፡ ትሕትናን ልብምናን ብዜርኢ ግቡእ ክዳውንቲ፡ | በተመሳሳይም ሴቶች ፀጉር በመሸረብና በወርቅ ወይም በዕንቁ ወይም ደግሞ በጣም ውድ በሆነ ልብስ ሳይሆን በልከኝነትና በማስተዋል፣ ተገቢ በሆነ ልብስ ራሳቸውን ያስውቡ፤ |
65,978 | am_tg | ለአምላክ ያደርን ነን የሚሉ ሴቶች ሊያደርጉት እንደሚገባ በመልካም ሥራ ይዋቡ። | ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለወን ኣንስቲ ኸም ዚግባእ፡ ማለት ብሰናይ ግብሪ ይሰለማ። |
65,979 | tg_am | ንኣምላኽ ተወፋይነት ንዘለወን ኣንስቲ ኸም ዚግባእ፡ ማለት ብሰናይ ግብሪ ይሰለማ። | ለአምላክ ያደርን ነን የሚሉ ሴቶች ሊያደርጉት እንደሚገባ በመልካም ሥራ ይዋቡ። |
65,980 | am_tg | ሴት ሙሉ በሙሉ በመገዛት በጸጥታ ትማር። | ሰበይቲ ብዅሉ እናተገዝአት ብጸጥታ ትመሃር። |
65,981 | tg_am | ሰበይቲ ብዅሉ እናተገዝአት ብጸጥታ ትመሃር። | ሴት ሙሉ በሙሉ በመገዛት በጸጥታ ትማር። |
65,982 | am_tg | ሴት ዝም እንድትል እንጂ እንድታስተምር ወይም በወንድ ላይ ሥልጣን እንዲኖራት አልፈቅድም። | ሰበይቲ ብጸጥታ ኽትነብር እምበር፡ ክትምህር ወይስ ኣብ ሰብኣይ ስልጣን ኪህልዋ ኣይፈቅድን እየ። |
65,983 | tg_am | ሰበይቲ ብጸጥታ ኽትነብር እምበር፡ ክትምህር ወይስ ኣብ ሰብኣይ ስልጣን ኪህልዋ ኣይፈቅድን እየ። | ሴት ዝም እንድትል እንጂ እንድታስተምር ወይም በወንድ ላይ ሥልጣን እንዲኖራት አልፈቅድም። |
65,984 | am_tg | በመጀመሪያ የተፈጠረው አዳም ነውና፤ ከዚያም ሔዋን ተፈጠረች። | ከመይሲ፡ ቅድም ኣዳም እዩ ተገይሩ፣ ደሓር ከኣ ሄዋን። |
65,985 | tg_am | ከመይሲ፡ ቅድም ኣዳም እዩ ተገይሩ፣ ደሓር ከኣ ሄዋን። | በመጀመሪያ የተፈጠረው አዳም ነውና፤ ከዚያም ሔዋን ተፈጠረች። |
65,986 | am_tg | በተጨማሪም አዳም አልተታለለም፤ ከዚህ ይልቅ ፈጽሞ የተታለለችውና ሕግ የተላለፈችው ሴቷ ናት። | ኣዳም ኣይተታለለን፣ እታ ሰበይቲ ግና ኣጸቢቓ ተታሊላስ ኣቢሳ እያ። |
65,987 | tg_am | ኣዳም ኣይተታለለን፣ እታ ሰበይቲ ግና ኣጸቢቓ ተታሊላስ ኣቢሳ እያ። | በተጨማሪም አዳም አልተታለለም፤ ከዚህ ይልቅ ፈጽሞ የተታለለችውና ሕግ የተላለፈችው ሴቷ ናት። |
65,988 | am_tg | ይሁን እንጂ ሴት ጤናማ አስተሳሰብ በመያዝ በእምነት፣ በፍቅርና በቅድስና ብትጸና ልጅ በመውለድ ደህንነቷ ተጠብቆ ትኖራለች። | ሰበይቲ ብእምነትን ብፍቕርን ብቕድስናን ምስ ልብምና እንተ ጸኒዓ ግና፡ ብምውላድ ውሉድ ደሓን ክትከውን እያ። |
65,989 | tg_am | ሰበይቲ ብእምነትን ብፍቕርን ብቕድስናን ምስ ልብምና እንተ ጸኒዓ ግና፡ ብምውላድ ውሉድ ደሓን ክትከውን እያ። | ይሁን እንጂ ሴት ጤናማ አስተሳሰብ በመያዝ በእምነት፣ በፍቅርና በቅድስና ብትጸና ልጅ በመውለድ ደህንነቷ ተጠብቆ ትኖራለች። |
65,990 | am_tg | ሽማግሌ የሆነውን በኃይለ ቃል አትናገረው። ከዚህ ይልቅ እንደ አባት ቆጥረህ በደግነት ምከረው፤ ወጣት ወንዶችን እንደ ወንድሞች፣ | ንዓብዪ ኸም ኣቦኻ ጌርካ ምዓዶ እምበር፡ ኣይትዘልፎ። ንኣጕባዝ ከም ኣሕዋትካ ተማሕጸኖም፣ |
65,991 | tg_am | ንዓብዪ ኸም ኣቦኻ ጌርካ ምዓዶ እምበር፡ ኣይትዘልፎ። ንኣጕባዝ ከም ኣሕዋትካ ተማሕጸኖም፣ | ሽማግሌ የሆነውን በኃይለ ቃል አትናገረው። ከዚህ ይልቅ እንደ አባት ቆጥረህ በደግነት ምከረው፤ ወጣት ወንዶችን እንደ ወንድሞች፣ |
65,992 | am_tg | አሮጊቶችን እንደ እናቶች፣ ወጣት ሴቶችን ደግሞ እንደ እህቶች አድርገህ በፍጹም ንጽሕና ያዛቸው። | ንዓበይቲ ኣንስቲ ኸም ኣዴታትካ፡ ንንኣሽቱ ኣንስቲ ኸም ኣሓትካ ጌርካ ብዅሉ ንጽህና ተማሕጸነን። |
65,993 | tg_am | ንዓበይቲ ኣንስቲ ኸም ኣዴታትካ፡ ንንኣሽቱ ኣንስቲ ኸም ኣሓትካ ጌርካ ብዅሉ ንጽህና ተማሕጸነን። | አሮጊቶችን እንደ እናቶች፣ ወጣት ሴቶችን ደግሞ እንደ እህቶች አድርገህ በፍጹም ንጽሕና ያዛቸው። |
65,994 | am_tg | በእርግጥ መበለት ለሆኑ መበለቶች አሳቢነት አሳያቸው። | ነተን ብሓቂ መበለታት ዝዀና መበለታት ተኸናኸነን። |
65,995 | tg_am | ነተን ብሓቂ መበለታት ዝዀና መበለታት ተኸናኸነን። | በእርግጥ መበለት ለሆኑ መበለቶች አሳቢነት አሳያቸው። |
65,996 | am_tg | ሆኖም አንዲት መበለት ልጆች ወይም የልጅ ልጆች ካሏት እነዚህ ልጆች በመጀመሪያ በራሳቸው ቤተሰብ ውስጥ ለአምላክ የማደርን ባሕርይ ማንጸባረቅን እንዲሁም ለወላጆቻቸውና ለአያቶቻቸው የሚገባቸውን ብድራት መክፈልን ይማሩ፤ ይህ በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት ያለው ነገር ነውና። | ገለ መበለት ግና ደቂ ወይስ ደቂ ደቂ እንተ ኣልዮምዋ፡ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅቡል እዩ እሞ፡ ንሳቶም ቅድም ኣብ ቤተ ሰቦም ንኣምላኽ ዘለዎም ተወፋይነት ኬርእዩ፡ ንወለዶምን ንወለዲ ወለዶምን ውሬታ ኺመልሱ ይምሃሩ። |
65,997 | tg_am | ገለ መበለት ግና ደቂ ወይስ ደቂ ደቂ እንተ ኣልዮምዋ፡ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ቅቡል እዩ እሞ፡ ንሳቶም ቅድም ኣብ ቤተ ሰቦም ንኣምላኽ ዘለዎም ተወፋይነት ኬርእዩ፡ ንወለዶምን ንወለዲ ወለዶምን ውሬታ ኺመልሱ ይምሃሩ። | ሆኖም አንዲት መበለት ልጆች ወይም የልጅ ልጆች ካሏት እነዚህ ልጆች በመጀመሪያ በራሳቸው ቤተሰብ ውስጥ ለአምላክ የማደርን ባሕርይ ማንጸባረቅን እንዲሁም ለወላጆቻቸውና ለአያቶቻቸው የሚገባቸውን ብድራት መክፈልን ይማሩ፤ ይህ በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት ያለው ነገር ነውና። |
65,998 | am_tg | በእርግጥ መበለት የሆነችና ምንም የሌላት ሴት ተስፋዋን በአምላክ ላይ ትጥላለች እንዲሁም ሌት ተቀን ያለማሰለስ ምልጃና ጸሎት ታቀርባለች። | እታ ብሓቂ መበለት ዝዀነትን ሓንቲ እውን ዘይብላን ሰበይቲ፡ ተስፋኣ ኣብ ኣምላኽ እያ እትገብር፣ ለይትን መዓልትን ከኣ ብምህለላን ብጸሎትን እያ እትጸንዕ። |
65,999 | tg_am | እታ ብሓቂ መበለት ዝዀነትን ሓንቲ እውን ዘይብላን ሰበይቲ፡ ተስፋኣ ኣብ ኣምላኽ እያ እትገብር፣ ለይትን መዓልትን ከኣ ብምህለላን ብጸሎትን እያ እትጸንዕ። | በእርግጥ መበለት የሆነችና ምንም የሌላት ሴት ተስፋዋን በአምላክ ላይ ትጥላለች እንዲሁም ሌት ተቀን ያለማሰለስ ምልጃና ጸሎት ታቀርባለች። |
Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.