Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,000
am_tg
ለሥጋዊ ፍላጎቷ ያደሚቜ መበለት ግን በሕይወት ብትኖርም ዚሞተቜ ናት።
እታ ንተድላ እትነብር ግና፡ ብህይወታ ኞላስ ምውትቲ እያ።
66,001
tg_am

66,002
am_tg
ስለዚህ ኹነቀፋ ነፃ መሆን ይቜሉ ዘንድ እነዚህን መመሪያዎቜ መስጠትህን ቀጥል።
እምበኣር፡ ዚውቀሱሉ ዘይብሎም ምእንቲ ኪዀኑ፡ እዚ ኣዝዝ።
66,003

66,004
am_tg
በእርግጥም አንድ ሰው ዚራሱ ለሆኑት በተለይ ደግሞ ለቀተሰቡ አባላት ዚሚያስፈልጋ቞ውን ነገር ዚማያቀርብ ኹሆነ እምነትን ዚካደ ኹመሆኑም በላይ እምነት ዚለሜ ኹሆነ ሰው ዹኹፋ ነው።
ሓደ እኳ ነቶም ናቱ፡ ምናዳ ኞኣ ንቀተ ሰቡ ዘይናቢ እንተ ዀይኑ፡ እምነት ዝኞሓደ፡ ካብቲ ዘይኣምን እውን ዝገደደ እዩ።
66,005

66,006
am_tg
አንዲት መበለት ኹ60 ዓመት በላይ ኚሆነቜ በመዝገብ ላይ ትጻፍፀ ደግሞም ዚአንድ ባል ሚስት ዚነበሚቜ ልትሆን ይገባልፀ
ኣብ መዝገብ እትምዝገብ መበለት፡ ካብ 60 ዓመት ዘይነኣሰት፡ ሰበይቲ ሓደ ሰብኣይ ዝነበሚት፡
66,007

66,008
am_tg
እንዲሁም ልጆቜን በማሳደግ፣ እንግዶቜን በመቀበል፣ ዚቅዱሳንን እግር በማጠብ፣ ዚተ቞ገሩትን በመርዳትና ማንኛውንም በጎ ተግባር በትጋት በማኹናወን በመልካም ሥራ ጥሩ ስም ያተሚፈቜ ልትሆን ይገባል።
ውሉዳት ብምዕባይ፡ ኣጋይሜ ብምቕባል፡ እግሪ ቕዱሳት ብምሕጻብ፡ ንዝጾበቩም ብምርዳእ፡ ጜቡቕ ግብሪ ዘበለ ብትግሃት ብምስዓብ፡ ብሰናይ ግብሪ እተመስኚሚላ ትኹን።
66,009

66,010
am_tg
በዕድሜ ያልገፉ መበለቶቜ ግን መዝገብ ላይ መጻፍ ዚለባ቞ውምፀ ዚፆታ ፍላጎታ቞ው በክርስቲያናዊ አገልግሎታ቞ው ላይ እንቅፋት በሚፈጥርበት ጊዜ ማግባት ይፈልጋሉና።
ንኣሜቱ መበለታት ግና ፍትወተ ስጋ ኣብ መንጎአንን ኣብ መንጎ ክርስቶስን ዕንቅፋት ኪኞውን ኚሎ፡ ኪምርዓዋ ይደልያ እዚን እሞ፡ ንዓታተን ኣይትመዝግበን።
66,011

66,012
am_tg
ደግሞም ዚመጀመሪያውን ዚእምነት ቃላቾውን ስላፈሚሱ በራሳ቞ው ላይ ፍርድ ያመጣሉ።
ንሳተን ነታ ቐዳመይቲ መግለጺ እምነተን ስለ ዝጠለማ፡ ፍርዲ ኣለወን።
66,013

66,014
am_tg
ኹዚህ በተጚማሪ በዚቀቱ እዚዞሩ ሥራ ፈት ይሆናሉፀ ሥራ ፈት መሆን ብቻ ሳይሆን ማውራት ስለማይገባ቞ው ነገሮቜ እያወሩ ሐሜተኞቜና በሌሎቜ ሰዎቜ ጉዳይ ጣልቃ ዚሚገቡ ይሆናሉ።
ምስናይዚ እውን፡ ቀተ ቀት እናዞራ ትህኪት እዚን ዚምሃራ፣ ትህኪት ጥራይ ዘይኰነ እውን፡ ዘይግባእ እናተዛሚባ ወሚኛታትን ወልፋሳትን ይዀና።
66,015

66,016
am_tg
ስለዚህ በዕድሜ ያልገፉ መበለቶቜ እንዲያገቡ፣ ልጆቜ እንዲወልዱ፣ ቀታ቞ውን እንዲያስተዳድሩና ተቃዋሚው ትቜት ሊሰነዝር ዚሚቜልበት አጋጣሚ እንዲያገኝ ኚማድሚግ እንዲቆጠቡ እፈልጋለሁ።
እምበኣር፡ እተን ንኣሜቱ መበለታት ኪምርዓዋ፡ ውሉዳት ኪወልዳ፡ ቀተን ኪኣልያ፡ ተጻራሪ ዚነቕፈሉ ሓደ ምኜንያት እኳ ኞይህባ እደሊ ኣለኹ።
66,017

66,018
am_tg
እንዲያውም አንዳንዶቹ ኹዚህ በፊት ሰይጣንን ለመኹተል ዞር ብለዋል።
ገሊኣተንሲ ንሰይጣን ኪስዕባ ድሮ ዘምቢለን ኣለዋ።
66,019

66,020
am_tg
አንዲት አማኝ ዚሆነቜ ሎት፣ መበለት ዹሆኑ ዘመዶቜ ቢኖሯት ጉባኀው ሾክም እንዳይበዛበት እሷ ትርዳ቞ው። በዚህ መንገድ ጉባኀው በእርግጥ መበለት ዚሆኑትን መርዳት ይቜላል።
ንሓንቲ እትኣምን ሰበይቲ፡ መበለታት ቀተ ሰብ እንተ ኣልዚናኣ፡ ነታ ጉባኀ ጟር ምእንቲ ኞይኰናስ፡ ንሳ ትደግፈን። እታ ጉባኀ ኞኣ ነተን ብሓቂ መበለታት ትድግፈን።
66,021

66,022
am_tg
በመልካም ሁኔታ ዚሚያስተዳድሩ በተለይ ደግሞ በመናገርና በማስተማር ተግተው ዚሚሠሩ ሜማግሌዎቜ እጥፍ ክብር ሊሰጣ቞ው ይገባል።
ነቶም ብጜቡቕ ዚመርሑ ሜማግለታት፡ ምናዳ ነቶም ብቓልን ብትምህርትን ዚጜዕሩ፡ ዕጜፊ ኜብሪ ይግብኊም እዩ።
66,023

66,024
am_tg
ዚቅዱስ መጜሐፉ ቃል “እህል እያበራዚ ያለውን በሬ አፉን አትሰር”ፀ እንዲሁም “ለሠራተኛ ደሞዙ ይገባዋል” ይላልና።
ኚመይሲ፡ እቲ ቕዱስ ጜሑፍ፡ “ኣፍ እቲ ዜኜይድ ብዕራይ ኣይትእሰር፡” ኚምኡ ድማ፡ “ንዓያዪ ዓስቡ ይግብኊ እዩ” ይብል እዩ።
66,025

66,026
am_tg
በሁለት ወይም በሊስት ምሥክሮቜ ማስሚጃ ካልሆነ በቀር በሜማግሌ ላይ ዚሚቀርብን ክስ አትቀበል።
ብመርትዖ ኜልተ ወይ ሰለስተ መሰኻኜር እንተ ዘይኰይኑ፡ ብዛዕባ ሜማግለ ዚቐርብ ክሲ ኣይትቀበል።
66,027

66,028
am_tg
ለሌሎቹ ማስጠንቀቂያ እንዲሆን ኃጢአት ዚመሥራት ልማድ ያላ቞ውን ሰዎቜ በሁሉ ፊት ውቀሳ቞ው።
ነቶም ብሓጢኣት ዚመላለሱ፡ ንኻልኊት ኹም መጠንቀቕታ ምእንቲ ኪዀኑ፡ ኣብ ቅድሚ ዅሉ ግንሓዮም።
66,029

66,030
am_tg
እነዚህን መመሪያዎቜ መሠሹተ ቢስ ኹሆነ ጥላቻና ኚአድልዎ በራቀ መንገድ እንድትጠብቅ በአምላክ፣ በክርስቶስ ኢዚሱስና በተመሚጡት መላእክት ፊት በጥብቅ አዝሃለሁ።
ኣቐዲምካ ኞይፈሚድካ ወይ ብዘይ ኣድልዎ ነዚ ኜትሕሉ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜን ኣብ ቅድሚ ክርስቶስ ዚሱስን ኣብ ቅድሚ እቶም ሕሩያት መላእኜትን ብጥብቂ እእዝዘካ ኣለኹ።
66,031

66,032
am_tg
በማንም ሰው ላይ እጅህን ለመጫን አት቞ኩልፀ እንዲሁም በሌሎቜ ኃጢአት ተካፋይ አትሁንፀ ራስህን በንጜሕና ጠብቅ።
ብታህዋኜ ኣብ ልዕሊ ሓደ እኳ ኣእዳውካ ኣይተንብር፣ ኣብ ሓጢኣት ካልኊት እውን ኣይትካፈል፣ ንርእስኻ ብንጜህና ሓሉ።
66,033

66,034
am_tg
ኚእንግዲህ ውኃ አትጠጣፀ ኹዚህ ይልቅ ለሆድህና በተደጋጋሚ ለሚነሳብህ ሕመም ጥቂት ዹወይን ጠጅ ጠጣ።
ስለ ኞብድኻን ስለቲ ዚመላለሰካ ሕማምን፡ ሒደት ወይኒ ደኣ እምበር፡ ደጊም ማይ ኣይትስተ።
66,035

66,036
am_tg
ዚአንዳንድ ሰዎቜ ኃጢአት በይፋ ዚታወቀ ስለሚሆን ወዲያውኑ ፍርድ ያስኚትላልፀ ዚሌሎቹ ሰዎቜ ኃጢአት ደግሞ ውሎ አድሮ መታወቁ አይቀርም።
ሓጢኣት ገሊኩም ሰባት ግሁድ እዩ፡ ብቐጥታ ድማ ናብ ፍርዲ ይመርሖም፣ ናይ ገሊኩም ግና ጾኒሑ እዩ ዚግሃድ።
66,037

66,038
am_tg
በተመሳሳይም መልካም ሥራዎቜ በይፋ ዚታወቁ ና቞ውፀ በይፋ ያልታወቁትም ቢሆኑ ተደብቀው ሊቀሩ አይቜሉም።
ኚምኡ ኞኣ ሰናይ ግብሪ ግሁድ እዩ፣ እቲ ዘይግሁድ እውን ኪስወር ኣይኚኣልን እዩ።
66,039

66,040
am_tg
ይሁን እንጂ በመንፈስ መሪነት ዹተነገሹው ቃል በኋለኞቹ ዘመናት አንዳንዶቜ ኚመናፍስት ለሚመነጩ አሳሳቜ ቃሎቜና ለአጋንንት ትምህርቶቜ ጆሯ቞ውን በመስጠት ኚእምነት መውጣታ቞ው እንደማይቀር በግልጜ ይናገራልፀ
በቲ ዳሕራይ እዋናት ግና፡ ገሊኩም ብድራኞ መንፈስ ናብ ዚዝሚብ ዜስሕት ዘሚባታትን ናብ ትምህርትታት ኣጋንንትን እናኣቕለቡ፡ ካብ እምነት ኹም ዚወድቁ፡ እቲ ብድራኞ መንፈስ እተዘርበ ቓል ብንጹር ይብል እዩ።
66,041

66,042
am_tg
ይህም ዹሚሆነው በጋለ ብሚት ዚተተኮሰ ያህል ሕሊናቾው ዚደነዘዘባ቞ው ግብዝ ሰዎቜ በሚናገሩት ውሞት ዚተነሳ ነው።
እዚ ድማ ብግብዝና እቶም ሕልናኩም ኹም ብመዓለም ዝሓሹሹ ሓሰውቲ እዩ ዚኞውን።
66,043

66,044
am_tg
እነዚህ ሰዎቜ ጋብቻን ይኚለክላሉፀ እንዲሁም እምነት ያላ቞ውና እውነትን በትክክል ዚተሚዱ ሰዎቜ ምስጋና አቅርበው እንዲበሏ቞ው አምላክ ዚፈጠራ቞ውን ምግቊቜ ‘አትብሉ’ ብለው ያዛሉ።
ንሳቶም መውስቊ ይኜልክሉ፡ እቲ ኣምላኜ በቶም ዚኣምኑን ንሓቂ ብልክዕ ዚፈልጡን ብምስጋና ኺብላዕ ዝፈጠሮ ብልዒ ሕሩም ኪኞውን ኚኣ ይእዝዙ እዮም።
66,045

66,046
am_tg
ይሁንና አምላክ ዹፈጠሹው ነገር ሁሉ መልካም ነውፀ በምስጋና እስኚተቀበሉት ድሚስ ምንም ዚሚጣል ነገር ዚለምፀ
ኵሉ ፍጥሚት ኣምላኜሲ ጜቡቕ እዩ፣ ብምስጋና እንተ ተቐቢልካዮ ኞኣ፡ ገለ እኳ ዚድርበ ዚብሉን፣
66,047

66,048
am_tg
በአምላክ ቃልና በጞሎት ተቀድሷልና።
ኚመይሲ፡ ብቓል ኣምላኜን ብጞሎትን ተቐዲሱ እዩ።
66,049
tg_am
ኚመይሲ፡ ብቓል ኣምላኜን ብጞሎትን ተቐዲሱ እዩ።
በአምላክ ቃልና በጞሎት ተቀድሷልና።
66,050
am_tg
ይህን ምክር ለወንድሞቜ በመስጠት ዚእምነትንና አጥብቀህ ዹተኹተልኹውን ዚመልካም ትምህርት ቃል በሚገባ ዚተመገብክ ዚክርስቶስ ኢዚሱስ ጥሩ አገልጋይ ትሆናለህ።
ነቶም ኣሕዋት እዚ ምኜሪ እዚ ብምሃብ፡ ቃላት እምነትን ነቲ ጠቢቕካ ዝሰዓብካዮ ትምህርትን እተመገበ ሕያዋይ ኣገልጋሊ ክርስቶስ ዚሱስ ክትኚውን ኢኻ።
66,051

66,052
am_tg
ነገር ግን አሮጊቶቜ እንደሚያወሯ቞ው ካሉ አምላክን ዚሚጻሚሩ ዚውሞት ታሪኮቜ ራቅ። ኹዚህ ይልቅ ለአምላክ ማደርን ግብ አድርገህ ራስህን አሠልጥን።
ግናኞ፡ ነቲ ኾም ናይ ኣሚገውቲ ኣንስቲ ዝኣመሰለ ኣኜብሮት ዝጐደሎ ጜውጜዋያት ኣርሕቆ። ብዘይካዚ፡ ንኣምላኜ ዘሎካ ተወፋይነት ኹም ሞቶኻ ጌርካ ርእስኻ ኣሰልጥን።
66,053

66,054
am_tg
ዚአካል ብቃት እንቅስቃሎ በጥቂቱ ይጠቅማልፀ ለአምላክ ማደር ግን ለአሁኑም ሆነ ለወደፊቱ ሕይወት ተስፋ ስለሚሰጥ ለሁሉም ነገር ይጠቅማል።
ኚመይሲ፡ ኣካላዊ ስልጠና ንቝሩብ እዩ ዚጠቅም፣ ንኣምላኜ ዘሎካ ተወፋይነት ግና ነዛ ሕጂ ዘላ ህይወትን ነታ እትመጜእ ህይወትን ተስፋ ስለ ዘለዎ፡ ንዅሉ እዩ ዚጠቅም።
66,055

66,056
am_tg
ይህ ቃል እምነት ዚሚጣልበትና ሙሉ በሙሉ ሊቀበሉት ዚሚገባ ነው።
እዚ ቓል እዚ እሙንን ምሉእ ተቐባልነት ዚግብኊን እዩ።
66,057

66,058
am_tg
ጠንክሹን በመሥራትና ብርቱ ጥሚት በማድሚግ ላይ ያለነውም ለዚህ ነውፀ ምክንያቱም ሁሉንም ዓይነት ሰዎቜ በተለይ ደግሞ ታማኝ ዚሆኑትን በሚያድነው ሕያው አምላክ ላይ ተስፋቜንን ጥለናል።
ተስፋና ኣብቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ፡ ምናዳ ንእሙናት፡ ዜድሕን ህያው ኣምላኜ ስለ ዝገበርና ኞኣ ኢና እንጜዕርን እንጋደልን ዘለና።
66,059

66,060
am_tg
እነዚህን ትእዛዛት መስጠትህንና ማስተማርህን ቀጥል።
እዚ ኣዝዝን ምሃርን።
66,061
tg_am
እዚ ኣዝዝን ምሃርን።
እነዚህን ትእዛዛት መስጠትህንና ማስተማርህን ቀጥል።
66,062
am_tg
ወጣት በመሆንህ ማንም ሰው ሊንቅህ አይገባም። ኹዚህ ይልቅ ታማኞቜ ለሆኑት በንግግር፣ በምግባር፣ በፍቅር፣ በእምነትና በንጜሕና አርዓያ ሁን።
ሓደ እኳ ንንእስነትካ ኣይንዓቃ። ዚግዳስ፡ ነቶም እሙናት፡ ብቓል፡ ብኣካይዳ፡ ብፍቕሪ፡ ብእምነት፡ ብንጜህና ኣርኣያ ኹኖም።
66,063

66,064
am_tg
እኔ እስክመጣ ድሚስ ለሰዎቜ ለማንበብ፣ አጥብቀህ ለመምኹርና ለማስተማር ዚተቻለህን ሁሉ ጥሚት አድርግ።
ኣነ ኜሳዕ ዝመጜእ፡ ንህዝቢ ኣብ ምንባብን ኣብ ምምዓድን ኣብ ምምሃርን ትጋህ።
66,065

66,066
am_tg
ዚሜማግሌዎቜ አካል እጁን በአንተ ላይ በጫነበት ጊዜ በትንቢት ዹተሰጠህን ስጊታ ቾል አትበል።
ነቲ ብትንቢትን ብምንባር ኣእዳው ሜማግለታትን እተዋህበካ ኣባኻ ዘሎ ውህበት ዕሜሜ ኣይትበሎ።
66,067

66,068
am_tg
እድገትህ በሁሉም ሰዎቜ ዘንድ በግልጜ እንዲታይ በእነዚህ ነገሮቜ ላይ አሰላስልፀ እንዲሁም ትኩሚትህ ሙሉ በሙሉ በእነዚህ ነገሮቜ ላይ ያሚፈ ይሁን።
ብዛዕባ እዚ ኣጞቢቕካ ሕሰብ፣ ዕቀትካ ንዅሉ ርኡይ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ነዚ ነገር እዚ ዅለንትናኻ ወፊ።
66,069

66,070
am_tg
ለራስህና ለምታስተምሚው ትምህርት ምንጊዜም ትኩሚት ስጥ። በእነዚህ ነገሮቜ ጜናፀ ይህን በማድሚግ ራስህንም ሆነ ዹሚሰሙህን ታድናለህና።
ኣብ ርእስኻን ኣብቲ እትምህሮ ትምህርትን ኣተኵር። ኣብዚ ነገር እዚ ጜናዕ፣ እዚ እንተ ጌርካስ፡ ንርእስኻን ነቶም ዚሰምዑኻን ኚተድሕን ኢኻ።
66,071

66,072
am_tg
ዹአምላክ ስምና ትምህርት ፈጜሞ እንዳይሰደብ በባርነት ቀንበር ሥር ያሉ ሁሉ ጌቶቻ቞ው ሙሉ ክብር እንደሚገባ቞ው ይገንዘቡ።
እቶም ኣብ ትሕቲ ኣርዑት ባርነት ዘለዉ፡ ስም ኣምላኜን እቲ ትምህርትን ምእንቲ ኞይጜሚፍሲ፡ ነቶም ዋናታቶም ምሉእ ክብሪ ኾም ዚግብኊም ገይሮም ይቝጞርዎም።
66,073

66,074
am_tg
በተጚማሪም አማኝ ዹሆኑ ጌቶቜ ያሏ቞ው ባሪያዎቜ፣ ጌቶቻ቞ው ወንድሞቜ ስለሆኑ ብቻ አክብሮት አይንፈጓ቞ው። ኹዚህ ይልቅ እነሱ ኚሚሰጡት ጥሩ አገልግሎት እዚተጠቀሙ ያሉት፣ ዚእምነት ባልንጀሮቻ቞ውና ዚተወደዱ ወንድሞቻ቞ው ስለሆኑ ይበልጥ በትጋት ያገልግሏ቞ው። እነዚህን ነገሮቜ ማስተማርህንና እነዚህን ማሳሰቢያዎቜ መስጠትህን ቀጥል።
እቶም ዚኣምኑ ዋናታት ዘለውዎም፡ ኣሕዋቶም ስለ ዝዀኑ፡ ኣይንዓቕዎም። እኳ ደኣስ፡ እቶም በቲ ጜቡቕ ኣገልግሎቶም ዚጥቀሙ ኣመንትን ፍቑራትን ስለ ዝዀኑ፡ ብዝበለጞ ይገዝእዎም። እዚ ነገር እዚ ምሃርን ምዓድን።
66,075

66,076
am_tg
አንድ ሰው ዹተለዹ ትምህርት ቢያስተምርና ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ ካስተማሚው ትክክለኛ ትምህርትም ሆነ ለአምላክ ማደርን ኚሚያበሚታታው ትምህርት ጋር ዚማይስማማ ቢሆን
ሓደ እኳ ኻልእ ትምህርቲ እንተ ምሂሩ፡ ምስቲ ኻብ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ጥዑይ ትእዛዝን ምስቲ ንኣምላኜ ምስ ዘሎካ ተወፋይነት ዚሰማማዕ ትምህርትን ኚኣ እንተ ዘይተሰማሚዑ፡
66,077

66,078
am_tg
ይህ ሰው በትዕቢት ዹተወጠሹና ምንም ዚማያስተውል ነው። ስለ ቃላት ዹመጹቃጹቅና ዚመኚራኚር አባዜ ዹተጠናወተው ነው። እንዲህ ያሉ ነገሮቜ ቅናት፣ ጠብ፣ ስም ማጥፋትና መጥፎ ጥርጣሬ ያስኚትላሉፀ
ንሱ ብትዕቢት እተነፍሐ ሓንቲ እኳ ዘይርዳእ እዩ። ብኜትዕን ብዛዕባ ቓላት ብምክርኻርን እውን ዝሓመመ እዩ። ካብዚ እዩ ቕንኢ፡ ባእሲ፡ ሕሜት፡ ክፉእ ጥርጣሚ፡
66,079

66,080
am_tg
በተጚማሪም ለአምላክ ማደር ጥቅም ማግኛ እንደሆነ አድርገው በሚያስቡ፣ አእምሯ቞ው በተበላሾና እውነትን መሚዳት ባቆሙ ሰዎቜ መካኚል ተራ በሆኑ ጉዳዮቜ ዚማያባራ ጭቅጭቅ ያስነሳሉ።
እቶም ኣእምሮኊም እተበላሞወን ሓቂ ዝሓሹሞምን ዚብልዎ መኘኜኘኜ ዚመጜእ። እዚኣቶም፡ ንኣምላኜ ዘሎካ ተወፋይነት መርብሒ ኾም ዝዀነ እዩ ዚመስሎም።
66,081

66,082
am_tg
እንደ እውነቱ ኹሆነ ለአምላክ ያደርን መሆናቜንና ባለን ነገር ሹክተን መኖራቜን ትልቅ ጥቅም ያስገኛል።
ንኣምላኜ ዘሎካ ተወፋይነት ምስ ዕግበትሲ ብርግጜ ዓብዪ ሚብሓ ኣለዎ።
66,083

66,084
am_tg
ወደ ዓለም ያመጣነው ምንም ነገር ዚለምናፀ ምንም ነገር ይዘን መሄድም አንቜልም።
ኚመይሲ፡ ናብ ዓለም ሓንቲ እኳ ኣዚምጻእናን፡ ሓንቲ እውን ክንወስድ ኣይንኜእልን ኢና።
66,085

66,086
am_tg
ስለዚህ ምግብና ልብስ ካለን በእነዚህ ነገሮቜ ሹክተን መኖር ይገባናል።
ምግብን ክዳንን እንተ ኣሎናስ፡ በዚ ዕጉባት ንኾውን ኢና።
66,087

66,088
am_tg
ሀብታም ለመሆን ቆርጠው ዚተነሱ ግን ፈተናና ወጥመድ ውስጥ ይወድቃሉፀ እንዲሁም ሰዎቜን ጥፋትና ብልሜት ውስጥ በሚዘፍቁ ኚንቱና ጎጂ በሆኑ ብዙ ምኞቶቜ ይያዛሉ።
እቶም ኪህብትሙ ዝቘሚጹ ግና ኣብ ፈተናን መፈንጠራን፡ ንሰብ ናብ ጥፍኣትን ዕንወትን ኣብ ዜስጥም ብዙሕ ናይ ዕሜነትን ጕድኣትን ትምኒት እውን እዮም ዚወድቁ።
66,089

66,090
am_tg
ዚገንዘብ ፍቅር ዚብዙ ዓይነት ጎጂ ነገሮቜ ሥር ነውናፀ አንዳንዶቜ በዚህ ፍቅር ተሾንፈው ኚእምነት ጎዳና ስተው ወጥተዋልፀ እንዲሁም ሁለንተናቾውን በብዙ ሥቃይ ወግተዋል።
ኚመይሲ፡ ፍቕሪ ገንዘብ፡ ሱር ኵሉ ዓይነት ክፍኣት እዩ፣ ገሊኩም ነዚ ፍቕሪ እዚ እናተመጣጠሩ ኻብ እምነት ዘምቢሎም፡ ንርእሶም እውን ብብዙሕ ስቓይ ወጋጊኩም እዮም።
66,091

66,092
am_tg
ዹአምላክ ሰው ሆይ፣ አንተ ግን ኚእነዚህ ነገሮቜ ሜሜ። ኹዚህ ይልቅ ጜድቅን፣ ለአምላክ ማደርን፣ እምነትን፣ ፍቅርን፣ ጜናትንና ገርነትን ተኚታተል።
ኣታ ናይ ኣምላኜ ሰብ፡ ንስኻ ግና ካብዚ ህደም። ግናኞ፡ ጜድቂ፡ ንኣምላኜ ዘሎካ ተወፋይነት፡ እምነት፡ ፍቕሪ፡ ተጻዋርነት፡ ልእመት ስዓብ።
66,093

66,094
am_tg
መልካሙን ዚእምነት ገድል ተጋደልፀ ዚተጠራህለትንና በብዙ ምሥክሮቜ ፊት በጥሩ ሁኔታ በይፋ ዚተናገርክለትን ዹዘላለም ሕይወት አጥብቀህ ያዝ።
ጜቡቕ ገድሊ እምነት ተጋደል፣ ነታ እተጞዋዕካላን ኣብ ቅድሚ ብዙሓት መሰኻኜር ብጜቡቕ እተኣመንካላን ናይ ዘለኣለም ህይወት ኣጜኒዕካ ሓዛ።
66,095

66,096
am_tg
ሁሉንም ነገሮቜ ሕያው አድርጎ በሚያኖሚው አምላክና ለጳንጥዮስ ጲላጊስ በይፋ ግሩም ምሥክርነት በሰጠው በክርስቶስ ኢዚሱስ ፊት ይህን አዝሃለሁ፩
ኣብ ቅድሚ እቲ ንዅሉ ብህይወት ዜንብር ኣምላኜን ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ጶንጥዮስ ጲላጊስ ኹም ምስክር ብጜቡቕ እተኣመነ ክርስቶስ ዚሱስን እዚ እእዝዘካ ኣለኹፊ
66,097

66,098
am_tg
ጌታቜን ኢዚሱስ ክርስቶስ እስኪገለጥ ድሚስ ትእዛዙን ያለእንኚንና ያለነቀፋ ጠብቅፀ
ክሳዕ ግህደት ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ነቲ ትእዛዝ ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ወቐሳን ሓልዎ።
66,099