Unnamed: 0
int64 0
68.7k
| prefix
stringclasses 2
values | in_put
stringlengths 3
274
| out_put
stringlengths 3
274
|
|---|---|---|---|
66,400
|
am_tg
|
ምናልባት ለአጭር ጊዜ ከአንተ ጠፍቶ የሄደው፣ ተመልሶ ለዘለቄታው የአንተ ሆኖ እንዲኖር ይሆናል፤
|
ምናልባት ንሓዋሩ ምእንቲ ኽትረኽቦ ይኸውን፡ ንሓጺር ግዜ እተፈልየካ።
|
66,401
|
tg_am

66,402
|
am_tg
|
ከእንግዲህ ወዲህ እንደ ባሪያ ሳይሆን ከባሪያ ይበልጥ እንደተወደደ ወንድምህ ነው፤ በተለይ ለእኔ ተወዳጅ ወንድም ነው፤ ሆኖም በሰብዓዊ ግንኙነታችሁም ሆነ ከጌታ ጋር ባላችሁ ዝምድና ለአንተ ይበልጥ ተወዳጅ እንደሆነ ምንም ጥርጥር የለውም።
|
ንዓኻ ደጊም ከም ባርያ ዘይኰነስ፡ ካብ ባርያ ዝበለጸ፡ ፍቑር ሓው እዩ፣ ምናዳ ንዓይ ከምኡ ኻብ ኰነ፡ ንዓኻ ግዳ ብስጋን ብጐይታን ክንደይ ከምኡ ዘይከውን!
|
66,403

66,404
|
am_tg
|
ስለዚህ እኔን እንደ ወዳጅ አድርገህ ከቆጠርከኝ እኔን እንደምትቀበለኝ አድርገህ እሱን በደግነት ተቀበለው።
|
እምበኣር፡ ፈታዊኻ ኸም ዝዀንኩ ጌርካ እትርእየኒ እንተ ዄንካ፡ ንዓይ ከም እትቕበለኒ ጌርካ ብጽቡቕ ተቐበሎ።
|
66,405

66,406
|
am_tg
|
ከዚህም በተጨማሪ የበደለህ ነገር ካለ ወይም የአንተ ዕዳ ካለበት ዕዳውን በእኔ ላይ አስበው።
|
ገለ በዲሉካ ወይስ ተዓድዩካ እንተ ዀይኑ፡ ኣባይ ቍጸሮ።
|
66,407

66,408
|
am_tg
|
እኔ ጳውሎስ ይህን በራሴ እጅ ጽፌልሃለሁ፦ ያለበትን ዕዳ እኔ እከፍልሃለሁ፤ ደግሞም ከሕይወትህ ጋር በተያያዘም እንኳ የእኔ ባለዕዳ እንደሆንክ መናገር አያስፈልገኝም።
|
ኣነ ጳውሎስ ብኢደይ እጽሕፍ ኣለኹ፦ ኣነ ክኸፍለካ እየ፣ ንስኻ ገዛእ ርእስኻ ብዓል ዕዳይ ምዃንካ እውን ክነግረካ ኣየድልየንን እዩ።
|
66,409

66,410
|
am_tg
|
ወንድሜ ሆይ፣ ሁለታችንም የጌታ ደቀ መዛሙርት በመሆናችን በዚህ ረገድ እንድትተባበረኝ እፈልጋለሁ፦ የክርስቶስ ደቀ መዝሙር እንደመሆንህ መጠን ልቤን አድስልኝ።
|
እወ፡ ኣታ ሓወየ፡ ኣነ ኻባኻ ብጐይታ ኽጥቀም እደሊ ኣለኹ፦ ብክርስቶስ ንልበይ ኣቕስነለይ።
|
66,411

66,412
|
am_tg
|
ይህን የምጽፍልህ በዚህ እንደምትስማማ በመተማመንና ከምጠይቅህም በላይ እንደምታደርግ በማወቅ ነው።
|
ሓለፋ እዚ ዝብለካ ዘለኹ ኸም እትገብር ፈሊጠ፡ ከም እትሰምዓኒ እውን ተኣማሚነ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ።
|
66,413

66,414
|
am_tg
|
ከዚህም ሌላ ጸሎታችሁ ተሰምቶ ወደ እናንተ እንደምመለስ ተስፋ ስለማደርግ ማረፊያ አዘጋጅልኝ።
|
ምስናይዚ እውን ብጸሎትኩም ኣነ ኽውሃበኩም ተስፋ እገብር ኣለኹ እሞ፡ ቦታ ኣዳልወለይ።
|
66,415

66,416
|
am_tg
|
በክርስቶስ ኢየሱስ የተነሳ አብሮኝ እስረኛ የሆነው ኤጳፍራ ሰላምታ ያቀርብልሃል፤
|
እቲ ስለ ክርስቶስ የሱስ መተኣስርተይ ዝዀነ ኤጳፍራስ ሰላም ይብለካ ኣሎ።
|
66,417

66,418
|
am_tg
|
የሥራ ባልደረቦቼ የሆኑት ማርቆስ፣ አርስጥሮኮስ፣ ዴማስና ሉቃስም ሰላም ብለውሃል።
|
እቶም መዓይይተይ ዝዀኑ ማርቆስን ኣርስጣርኮስን ዴማስን ሉቃስን እውን ሰላም ይብሉኻ ኣለዉ።
|
66,419

66,420
|
am_tg
|
የጌታ ኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋ እናንተ ከምታሳዩት መንፈስ ጋር ይሁን።
|
ጸጋ ጐይታና የሱስ ክርስቶስ ምስ መንፈስኩም ይኹን።
|
66,421

66,422
|
am_tg
|
እምነት ተስፋ የተደረጉትን ነገሮች በእርግጠኝነት መጠበቅ ማለት ነው፤ በተጨማሪም የምናምንበት ነገር በዓይን የሚታይ ባይሆንም እውን መሆኑን የሚያሳይ ተጨባጭ ማስረጃ ነው።
|
እምነት ናይቲ ተስፋ ዚግበሮ ርግጽ ትጽቢት፡ ናይቲ ዘይርአ ነገር ግሁድ መርኣያ እያ።
|
66,423

66,424
|
am_tg
|
በጥንት ዘመን የኖሩት ሰዎች የተመሠከረላቸው በዚህ አማካኝነት ነው።
|
ጥንቲ ዝነበሩስ ብእኣ እዩ እተመስከረሎም።
|
66,425

66,426
|
am_tg
|
ሥርዓቶቹ የተቋቋሙት በአምላክ ቃል መሆኑን የምንረዳው በእምነት ነው፤ በመሆኑም የሚታየው ነገር ወደ ሕልውና የመጣው ከማይታዩ ነገሮች ነው።
|
እቲ ስርዓታት ብቓል ኣምላኽ ከም እተሰርዐ፡ በዚ ኸምዚ እቲ ዚርአ ኻብቲ ዘይርአ ኸም ዝዀነ፡ ብእምነት ነስተውዕል ኣለና።
|
66,427

66,428
|
am_tg
|
አቤል፣ ቃየን ካቀረበው የበለጠ ዋጋ ያለው መሥዋዕት ለአምላክ በእምነት አቀረበ፤ አምላክ ስጦታውን ስለተቀበለ በዚህ እምነቱ የተነሳ ጻድቅ እንደሆነ ተመሥክሮለታል፤ ቢሞትም እንኳ በእምነቱ አማካኝነት አሁንም ይናገራል።
|
ኣቤል ካብ ናይ ቃየል ዚበልጽ መስዋእቲ ንኣምላኽ ብእምነት ኣቕሪቡ እዩ፣ ኣምላኽ ንመባኡ ብምቕባሉ፡ ጻድቕ ምዃኑ በታ እምነት እቲኣ ተመስኪሩሉ እዩ፣ ምዉት ክነሱ ኸኣ፡ ብእምነቱ ይዛረብ ኣሎ።
|
66,429

66,430
|
am_tg
|
ሄኖክ ሞትን እንዳያይ በእምነት ወደ ሌላ ቦታ ተወሰደ፤ አምላክ ወደ ሌላ ቦታ ስለወሰደውም የትም ቦታ ሊገኝ አልቻለም፤ ከመወሰዱ በፊት አምላክን በሚገባ ደስ እንዳሰኘ ተመሥክሮለት ነበርና።
|
ሄኖክ፡ ሞት ምእንቲ ኸይርኢ፡ ብእምነት ግዒዙ እዩ፣ ኣምላኽ ስለ ዘግዓዞ ኸኣ፡ ኣይተረኽበን፣ ቅድሚ ምግዓዙስ ንኣምላኽ ባህ ከም ዘበሎ ተመስኪሩሉ እዩ።
|
66,431

66,432
|
am_tg
|
በተጨማሪም ያለእምነት አምላክን በሚገባ ደስ ማሰኘት አይቻልም፤ ወደ አምላክ የሚቀርብ ሁሉ እሱ መኖሩንና ከልብ ለሚፈልጉትም ወሮታ ከፋይ መሆኑን ማመን ይኖርበታልና።
|
ብዘይ እምነት ከኣ ንኣምላኽ ባህ ከተብሎ ኣይከኣልን እዩ፣ እቲ ናብ ኣምላኽ ዚቐርብሲ፡ ንሱ ኸም ዘሎን ነቶም ኣጸቢቖም ዚደልይዎ ዓስቢ ኸም ዚህቦምን ኪኣምን ይግብኦ እዩ።
|
66,433

66,434
|
am_tg
|
ኖኅ ገና ስላልታዩት ነገሮች መለኮታዊ ማስጠንቀቂያ ከተቀበለ በኋላ አምላካዊ ፍርሃት ያሳየውና ቤተሰቡን ለማዳን መርከብ የሠራው በእምነት ነበር፤ በዚህ እምነት አማካኝነትም ዓለምን ኮንኗል፤ እንዲሁም በእምነት የሚገኘውን ጽድቅ ለመውረስ በቅቷል።
|
ኖህ ብዛዕባ እቲ ገና ዘይተራእየ ነገራት መለኮታዊ መጠንቀቕታ ምስ ተቐበለ፡ ብፍርሃት ኣምላኽ ተደሪኹ ንምድሓን ቤተ ሰቡ እትኸውን መርከብ ብእምነት ሰሪሑ እዩ፣ በታ እምነት እቲኣ ገይሩ ድማ ንዓለም ኰኒንዋ እዩ፣ ነቲ ብእምነት ዚርከብ ጽድቂ ኸኣ ወራሲ ዀይኑ እዩ።
|
66,435

66,436
|
am_tg
|
አብርሃም በተጠራ ጊዜ ወደፊት ርስት አድርጎ ወደሚቀበለው ስፍራ በመሄድ በእምነት ታዘዘ፤ ወዴት እንደሚሄድ ባያውቅም ይኖርበት የነበረውን ስፍራ ለቆ ወጣ።
|
ኣብርሃም ምስ ተጸውዐ፡ ናብቲ ኸም ርስቲ ኪቕበሎ ዘለዎ ቦታ ብምውጻእ፡ ብእምነት ተኣዚዙ እዩ፣ ናበይ ከም ዚኸይድ እኳ እንተ ዘይፈለጠ፡ ወጺኡ እዩ።
|
66,437

66,438
|
am_tg
|
በባዕድ አገር እንደሚኖር እንግዳ በተስፋይቱ ምድር በእምነት ኖረ፤ ደግሞም አብረውት የዚሁ ተስፋ ቃል ወራሾች ከሆኑት ከይስሐቅና ከያዕቆብ ጋር በድንኳን ኖረ።
|
ኣብታ ምድሪ ተስፋ ጓና ዀይኑ ኸም ኣብ ምድሪ ጓና ብእምነት ይነብር ነይሩ እዩ፣ ምስቶም ነታ ተስፋ እቲኣ መዋርስቱ ዝዀኑ ይስሃቅን ያእቆብን ከኣ ኣብ ድንኳን ተቐሚጡ እዩ።
|
66,439

66,440
|
am_tg
|
አምላክ ንድፍ ያወጣላትንና የገነባትን፣ እውነተኛ መሠረት ያላትን ከተማ ይጠባበቅ ነበርና።
|
ከመይሲ፡ ነታ ኣምላኽ ዝነዳፊኣን ዝሃናጺኣን ናይ ሓቂ መሰረት ዘለዋ ኸተማ እዩ ዚጽበ ነይሩ።
|
66,441

66,442
|
am_tg
|
ሣራም የተስፋን ቃል የሰጠው እሱ ታማኝ እንደሆነ አድርጋ ስላሰበች ዕድሜዋ ካለፈ በኋላም እንኳ ዘር ለመፀነስ በእምነት ኃይል አገኘች።
|
ሳራ እውን ዕድሚኣ እኳ ምስ ሓለፈ፡ ነቲ ተስፋ ዝሃባ እሙን ገይራ ስለ ዝረኣየቶ፡ ዘርኢ ንምጥናስ ብእምነት ሓይሊ ረኺባ እያ።
|
66,443

66,444
|
am_tg
|
ከዚህም የተነሳ እንደሞተ ያህል ከሚቆጠረው ከአንድ ሰው እንደ ሰማይ ከዋክብት የበዙና በባሕር ዳር እንዳለ አሸዋ የማይቆጠሩ ልጆች ተወለዱ።
|
ስለዚ ድማ፡ ካብ ሓደ፡ ንሱ እውን ከም ምዉት ክነሱስ፡ ከም ከዋኽብቲ ሰማይ ዝምብዛሖምን ከምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑጻ ዘይቍጸሩን ተወሊዶም እዮም።
|
66,445

66,446
|
am_tg
|
እነዚህ ሁሉ የተስፋውን ቃል ፍጻሜ ባያዩም እምነታቸውን እንደጠበቁ ሞቱ፤ ሆኖም ከሩቅ አይተው በደስታ ተቀበሉት፤ በምድሩም ላይ እንግዶችና ጊዜያዊ ነዋሪዎች መሆናቸውን በይፋ ተናገሩ።
|
ኵሎም እዚኣቶም ነቲ ተስፋታት እኳ እንተ ዘይረኸብዎ፡ ካብ ርሑቕ ርእዮም ግና ተቐቢሎምዎ እዮም፣ ኣብታ ምድሪ እቲኣ ኣጋይሽን ስደተኛታትን ምዃኖም እናተኣመኑ ኸኣ ብእምነት ጸኒዖም ሞይቶም እዮም።
|
66,447

66,448
|
am_tg
|
እንዲህ ብለው የሚናገሩት ሰዎች የራሳቸው የሆነ ቦታ ለማግኘት ከልብ እንደሚሹ ያሳያሉ።
|
እቶም ከምዚ ኢሎም ዚዛረቡስ፡ መንበሪ ዚዀኖም ናታቶም ቦታ ኣጸቢቖም ከም ዚደልዩ፡ የርእዩ እዮም።
|
66,449

66,450
|
am_tg
|
ይሁንና ትተውት የወጡትን ቦታ ሁልጊዜ ቢያስቡ ኖሮ መመለስ የሚችሉበት አጋጣሚ በኖራቸው ነበር።
|
ነቲ ሓዲጎምዎ ዝወጹ ይዝክሩ ነይሮም እንተ ዚዀኑስ፡ ኪምለሱ ኣጋጣሚ ነይርዎም እዩ።
|
66,451

66,452
|
am_tg
|
አሁን ግን የተሻለውን ይኸውም ከሰማይ የሆነውን ስፍራ ለማግኘት ይጣጣራሉ። ስለዚህ አምላክ፣ እሱን አምላካችን ብለው ቢጠሩት አያፍርባቸውም፤ ከተማን አዘጋጅቶላቸዋልና።
|
ሕጂ ግና እትሓይሽ፡ ማለት ናይ ሰማይ ዝዀነት ንምርካብ ይመጣጠሩ ኣለዉ። ስለዚ፡ ኣምላኽ፡ ከተማ ኣዳልዩሎም ኣሎ እሞ፡ ከም ኣምላኾም ብኣታቶም ኪጽዋዕ ኣይሓፍርን እዩ።
|
66,453

66,454
|
am_tg
|
አብርሃም በተፈተነ ጊዜ ይስሐቅን መሥዋዕት አድርጎ እስከ ማቅረብ ድረስ እምነት አሳይቷል፤ የተስፋን ቃል በደስታ የተቀበለው ይህ ሰው አንድያ ልጁን መሥዋዕት አድርጎ ለማቅረብ ተዘጋጅቶ ነበር፤
|
ኣብርሃም ምስ ተፈተነ፡ ብእምነት ንይስሃቅ ሰዊእዎ ኺብሃል ይከኣል እዩ፣—እቲ ተሓጒሱ ተስፋታት እተቐበለስ፡ ነቲ ሓደ ወዱ ኺስውኦ ፈቲኑ እዩ፣—
|
66,455

66,456
|
am_tg
|
ይህን ያደረገው “ዘርህ የሚጠራልህ በይስሐቅ በኩል ይሆናል” ተብሎ ተነግሮት እያለ ነው።
|
እዚ ዝገበረ ኸኣ፡ “ብይስሃቅ እዩ ዘርእኻ ዚጽዋዕ” ተባሂሉሉ ኽነሱ እዩ።
|
66,457

66,458
|
am_tg
|
ይሁንና አምላክ ከሞት እንኳ ሳይቀር ሊያስነሳው እንደሚችል ተገንዝቦ ነበር፤ ልጁንም ከሞት አፋፍ መልሶ አገኘው፤ ይህም እንደ ምሳሌ ሆኖ አገልግሏል።
|
ኣምላኽ ካብ ምዉታት ኬተንስኦ ኸም ዚኽእል ግና ሓሲቡ እዩ፣ ካብኡ እውን ብምሳሌያዊ መገዲ ረኺብዎ እዩ።
|
66,459

66,460
|
am_tg
|
ይስሐቅም ወደፊት ከሚሆኑት ነገሮች ጋር በተያያዘ ያዕቆብንና ኤሳውን በእምነት ባረካቸው።
|
ይስሃቅ እውን ብዛዕባ እቲ ዚመጽእ ነገራት ንያእቆብን ንኤሳውን ብእምነት መሪቕዎም እዩ።
|
66,461

66,462
|
am_tg
|
ያዕቆብ መሞቻው በተቃረበ ጊዜ የዮሴፍን ልጆች እያንዳንዳቸውን የባረካቸውና የበትሩን ጫፍ ተመርኩዞ ለአምላክ የሰገደው በእምነት ነበር።
|
ያእቆብ ኪመውት ምስ በለ፡ ንደቂ ዮሴፍ ንነፍሲ ወከፎም ብእምነት መሪቕዎም እዩ፣ ኣብ ጫፍ በትሩ ተመርኲሱ ኸኣ ሰጊዱ እዩ።
|
66,463

66,464
|
am_tg
|
ዮሴፍ ሊሞት በተቃረበ ጊዜ ስለ እስራኤል ልጆች ከግብፅ መውጣት በእምነት ተናገረ፤ ስለ አፅሙም መመሪያ ሰጣቸው።
|
ዮሴፍ ኣብ ኣጋ ሞቱ፡ ብዛዕባ ምውጻእ ደቂ እስራኤል ብእምነት ተዛሪቡ እዩ፣ ብዛዕባ ኣዕጽምቱ እውን ትእዛዝ ሂቡ እዩ።
|
66,465

66,466
|
am_tg
|
ሙሴ ከተወለደ በኋላ ወላጆቹ መልኩ የሚያምር ሕፃን መሆኑን ስላዩ የንጉሡን ትእዛዝ ሳይፈሩ ለሦስት ወር የሸሸጉት በእምነት ነበር።
|
ሙሴ ምስ ተወልደ፡ ወለዱ ጽቡቕ ሕጻን ምዃኑ ርእዮም፡ ኣዋጅ እቲ ንጉስ ከይፈርሁ፡ ብእምነት ሰለስተ ወርሒ ሓቢኦምዎ እዮም።
|
66,467

66,468
|
am_tg
|
ሙሴ ካደገ በኋላ የፈርዖን የልጅ ልጅ ተብሎ ለመጠራት በእምነት እንቢ አለ፤
|
ሙሴ ምስ ዓበየ፡ ወዲ ጓል ፈርኦን ከይብሃል ብእምነት ኣብዩ እዩ፣
|
66,469

66,470
|
am_tg
|
በኃጢአት ከሚገኝ ጊዜያዊ ደስታ ይልቅ ከአምላክ ሕዝብ ጋር መንገላታትን መረጠ፤
|
ንግዜኡ ብሓጢኣት ባህ ካብ ዚብሎስ፡ ምስ ህዝቢ ኣምላኽ ደኣ እዩ መከራ ኺጸግብ ዝሓረየ፣
|
66,471

66,472
|
am_tg
|
ምክንያቱም ቅቡዕ ሆኖ የሚደርስበት ነቀፋ በግብፅ ከሚገኝ ውድ ሀብት የላቀ እንደሆነ አስቧል፤ የሚከፈለውን ወሮታ በትኩረት ተመልክቷልና።
|
ናብቲ ዚረኽቦ ዓስቢ ኣተኲሩ ስለ ዝጠመተ፡ ካብ መዛግብቲ ግብጽስ ነቲ ቕቡእ ብምዃን ዚጽረፎ ጸርፊ ዝበዝሐ ሃብቲ ገይሩ እዩ ቘጺርዎ።
|
66,473

66,474
|
am_tg
|
ደግሞም በእምነት ግብፅን ለቆ ወጣ፤ ሆኖም ይህን ያደረገው የንጉሡን ቁጣ ፈርቶ አይደለም፤ የማይታየውን አምላክ እንደሚያየው አድርጎ በጽናት ቀጥሏልና።
|
ነቲ ዘይርአስ ከም ዚርእዮ ዀይኑ ስለ ዝጸንዐ፡ ንቝጥዓ እቲ ንጉስ ከይፈርሀ፡ ብእምነት ንግብጺ ሓዲግዋ እዩ።
|
66,475

66,476
|
am_tg
|
አጥፊው የበኩር ልጆቻቸውን እንዳይገድል ሙሴ ፋሲካን ያከበረውና መቃኖቹ ላይ ደም የረጨው በእምነት ነው።
|
እቲ መጥፍኢ ንበዅራቶም ምእንቲ ኸይጐድእ፡ ብእምነት ፋስጋን ምንጻግ ደምን ኣብዒሉ እዩ።
|
66,477

66,478
|
am_tg
|
እስራኤላውያን በደረቅ ምድር የሚሄዱ ያህል ቀይ ባሕርን በእምነት ተሻገሩ፤ ይሁንና ግብፃውያን እንዲህ ለማድረግ በሞከሩ ጊዜ ሰመጡ።
|
ንቐይሕ ባሕሪ ኸም ንቑጽ ምድሪ ገይሮም ብእምነት ተሳጊሮምዎ እዮም፣ ግብጻውያን ከምኡ ኺገብሩ ምስ ፈተኑ ግና፡ ተዋሒጦም እዮም።
|
66,479

66,480
|
am_tg
|
እስራኤላውያን የኢያሪኮን ግንብ ሰባት ቀን ከዞሩት በኋላ በእምነት ወደቀ።
|
መካበብያ ያሪኮ ሸውዓተ መዓልቲ ምስ ዞርዎ፡ ብእምነት ወዲቑ እዩ።
|
66,481

66,482
|
am_tg
|
ዝሙት አዳሪዋ ረዓብ ታዛዥ ሳይሆኑ ከቀሩት ሰዎች ጋር ከመጥፋት የዳነችው በእምነት ነው፤ ምክንያቱም ሰላዮቹን በሰላም ተቀብላለች።
|
ረሃብ እታ ኣመንዝራ ነቶም ሰለይቲ ብሰላም ስለ እተቐበለቶም፡ ብእምነት ምስቶም ዘይተኣዘዙ ኣይጠፍአትን።
|
66,483

66,484
|
am_tg
|
እንግዲህ ከዚህ በላይ ምን እላለሁ? ስለ ጌድዮን፣ ስለ ባርቅ፣ ስለ ሳምሶን፣ ስለ ዮፍታሔ፣ ስለ ዳዊት እንዲሁም ስለ ሳሙኤልና ስለ ሌሎቹ ነቢያት እንዳልተርክ ጊዜ ያጥረኛል።
|
ደጊም እንታይ እሞ ኽብል እየ፧ ብዛዕባ እኒ ጊዴዎን፡ እኒ ባራቅ፡ እኒ ሲምሶን፡ እኒ ይፍታሕ፡ እኒ ዳዊትን ሳሙኤልን ካልኦት ነብያትን ከየዘንትወልኩም ግዜ ይሓጽረኒ እዩ።
|
66,485

66,486
|
am_tg
|
እነዚህ ሰዎች በእምነት መንግሥታትን ድል አድርገዋል፤ ጽድቅን አስፍነዋል፤ የተስፋን ቃል ተቀብለዋል፤ የአንበሶችን አፍ ዘግተዋል፤
|
ንሳቶም ብእምነት ንመንግስትታት ስዒሮም፡ ጽድቂ ኣምጺኦም፡ ተስፋታት ረኺቦም፡ ኣፍ ኣናብስ ዓጽዮም፡
|
66,487

66,488
|
am_tg
|
የእሳትን ኃይል አጥፍተዋል፤ ከሰይፍ ስለት አምልጠዋል፤ ደካማ የነበሩት ብርታት አግኝተዋል፤ በጦርነት ኃያላን ሆነዋል፤ ወራሪ ሠራዊትን አባረዋል።
|
ንሓይሊ ሓዊ ኣጥፊኦም፡ ካብ ስሕለት ሰይፊ ኣምሊጦም፡ ካብ ድኻም በርቲዖም፡ ኣብ ውግእ ሓይሎም፡ ንወራሪ ሰራዊት ሰጒጎም እዮም።
|
66,489

66,490
|
am_tg
|
ሴቶች ሙታናቸውን በትንሣኤ ተቀብለዋል፤ ሌሎች ወንዶች ግን ቤዛ ተከፍሎላቸው ነፃ መሆን ስላልፈለጉ ከባድ ሥቃይ ደርሶባቸዋል፤ ይህን ያደረጉት የተሻለ ትንሣኤ ለማግኘት ሲሉ ነው።
|
ኣንስቲ ንምዉታተን ብትንሳኤ ተቐቢለናኦም እየን፣ ካልኦት ግና ዚሓይሽ ትንሳኤ ምእንቲ ኺረኽቡ ኢሎም፡ ሓራ ምውጻእ ስለ ዝኣበዩ፡ ተሰቅዮም እዮም።
|
66,491

66,492
|
am_tg
|
አዎ፣ ሌሎች ደግሞ መዘባበቻ በመሆንና በመገረፍ ይባስ ብሎም በመታሰርና ወህኒ ቤት በመጣል ፈተና ደርሶባቸዋል።
|
ገሊኦም ድማ ብላግጽን ብመግረፍትን፡ ኣብ ልዕሊ እዚ እውን ብመቝሕን ብማእሰርትን ተፈቲኖም እዮም።
|
66,493

66,494
|
am_tg
|
በድንጋይ ተወግረዋል፤ ተፈትነዋል፤ በመጋዝ ለሁለት ተሰንጥቀዋል፤ በሰይፍ ተቀልተዋል፤ እየተቸገሩ፣ መከራ እየተቀበሉና እየተንገላቱ የበግና የፍየል ሌጦ ለብሰው ተንከራተዋል፤
|
ብዳርባ እምኒ ተቐቲሎም፡ ተፈቲኖም፡ ብመጋዝ ተቘሪጾም፡ ብሰይፊ ተቐቲሎም፡ ኣጐዛ ኣባጊዕን ዲኖ ኣጣልን ተኸዲኖም ዞይሮም፡ ስኢኖም፡ ጸቢብዎም፡ መከራ ጸጊቦም እዮም፣
|
66,495

66,496
|
am_tg
|
ዓለም እንዲህ ዓይነት ሰዎች የሚገቡት ሆኖ አልተገኘም። በየበረሃው፣ በየተራራው፣ በየዋሻውና በምድር ውስጥ ባሉ ጉድጓዶች ተቅበዝብዘዋል።
|
ዓለም ከኣ ንዓታቶም እትበቅዕ ኣይነበረትን። ኣብ በረኻታትን ኣብ ኣኽራንን ኣብ በዓትታትን ኣብ ጐዳጕዲ ምድርን ኰለል ኢሎም እዮም።
|
66,497

66,498
|
am_tg
|
ይሁንና እነዚህ ሁሉ በእምነታቸው ምክንያት በመልካም የተመሠከረላቸው ቢሆኑም እንኳ የተስፋውን ቃል ፍጻሜ አላዩም፤
|
ኵሎም እዚኣቶም ግና፡ ብእምነቶም እኳ እንተ ተመስከረሎም፡ ነታ ተስፋ ኣይረኸብዋን፣
|
66,499

Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.