Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,600
am_tg
ኢዚሱስ ክርስቶስ ትናንትም፣ ዛሬም፣ ለዘላለምም ያው ነው።
ዚሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።
66,601
tg_am
ዚሱስ ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንዘለኣለምን ንሱ እዩ።
ኢዚሱስ ክርስቶስ ትናንትም፣ ዛሬም፣ ለዘላለምም ያው ነው።
66,602
am_tg
በልዩ ልዩና እንግዳ በሆኑ ትምህርቶቜ አትወሰዱፀ ልባቜን በምግብ ሳይሆን በአምላክ ጾጋ ቢጠናኚር መልካም ነውናፀ በዚህ ዚተጠመዱ ምንም አልተጠቀሙም።
ልብኹም በቲ ነቶም ብእኡ ዚመላለሱ ዘይጠቐሞም ብልዒ ዘይኰነስ፡ ብጞጋ እንተ ጾኒዑ ጜቡቕ እዩ እሞ፡ ብእተፈላለዚ ጋሻ ትምህርትታት ኣይትስሓቱ።
66,603

66,604
am_tg
እኛ መሠዊያ ያለን ሲሆን በድንኳኑ ውስጥ ቅዱስ አገልግሎት ዚሚያቀርቡት ኚመሠዊያው ላይ ወስደው መብላት አይፈቀድላ቞ውም።
ንሕናስ እቶም ኣብ ድንኳን ዜገልግሉ ኻብኡ ኺበልዑ መሰል ዘይብሎም መሰውኢ ኣሎና።
66,605

66,606
am_tg
ምክንያቱም ሊቀ ካህናቱ ዚእንስሳቱን ደም ዚኃጢአት መባ አድርጎ ወደ ቅዱሱ ስፍራ ዚሚወስደው ሲሆን ሥጋው ግን ኚሰፈሩ ውጭ ይቃጠላል።
ኚመይሲ፡ ስጋ እቶም ደሞም ስለ ሓጢኣት ብሊቀ ኻህናት ናብ መቕደስ ዚውሰድ ዝነበሹ እንስሳታት ኣብ ወጻኢ ሰፈር ይሓርር ነይሩ እዩ።
66,607

66,608
am_tg
ስለዚህ ኢዚሱስም ሕዝቡን በገዛ ራሱ ደም ለመቀደስ ኹኹተማው በር ውጭ መኚራ ተቀበለ።
ስለዚ፡ ዚሱስ እውን ብደሙ ንህዝቢ ምእንቲ ኪቕድስ፡ ኣብ ወጻኢ እቲ ኣፍ ደገ ኾተማ መኚራ ጞጊቡ እዩ።
66,609

66,610
am_tg
እንግዲህ እኛም እሱ ዹተሾኹመውን ነቀፋ ተሾክመን ኹሰፈር ውጭ እሱ ወዳለበት እንሂድፀ
እምበኣር፡ ነቲ ንሱ እተሰኚሞ ጾርፊ ተሰኪምና ናብኡ ናብ ወጻኢ ሰፈር ንውጻእ፣
66,611

66,612
am_tg
በዚህ ቋሚ ኹተማ ዚለንምናፀ ኹዚህ ይልቅ ወደፊት ዚምትመጣዋን ኹተማ በጉጉት እንጠባበቃለን።
ኚመይሲ፡ ነታ እትመጜእ ኣጞቢቕና ንደልያ ኣለና እምበር፡ ኣብዚ ነባሪት ኹተማ ዚብልናን።
66,613

66,614
am_tg
ስለዚህ በኢዚሱስ አማካኝነት ዚውዳሎ መሥዋዕት ዘወትር ለአምላክ እናቅርብፀ ይህም ስሙን በይፋ ዚምናውጅበት ዚኚንፈራቜን ፍሬ ነው።
ብእኡ ንኣምላኜ ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ውዳሰ፡ ማለት ንስሙ ዚእመና ፍሹ ኞናፍርና፡ ነቕርብ።
66,615

66,616
am_tg
በተጚማሪም መልካም ማድሚግንና ያላቜሁን ነገር ለሌሎቜ ማካፈልን አትርሱፀ አምላክ እንዲህ ባሉት መሥዋዕቶቜ እጅግ ይደሰታልና።
ሰናይ ምግባርን ዘሎኩም ምምቓልን ኣይትሚስዑ፣ ኚመይሲ፡ ኣምላኜ በዚ ኾምዚ ዝኣመሰለ መስዋእትታት ባህ ይብሎ እዩ።
66,617

66,618
am_tg
ተግተው ስለሚጠብቋቜሁና ይህን በተመለኹተ ስሌት ስለሚያቀርቡ በመካኚላቜሁ ሆነው አመራር ለሚሰጧቜሁ ታዘዙ እንዲሁም ተገዙፀ ይህን ዚምታደርጉት ሥራ቞ውን በደስታ እንጂ በሐዘን እንዳያኚናውኑ ነውፀ አለዚያ ሥራ቞ውን ዚሚያኚናውኑት በሐዘን ይሆናልፀ ይህ ደግሞ እናንተን ይጎዳቜኋል።
ንዚመርሑኹም ተኣዘዝዎምን ተገዝእዎምን፣ ኚመይሲ፡ ንሳቶም ጞብጻብ ኹም ዚህቡ ዀይኖም፡ ነቒሖም ይሕልውኹም ኣለዉ፣ ነዚ ብሓጐስ ኪገብርዎ እምበር፡ እህህ እናበሉ እንተ ገበርዎ፡ እዚ ንዓኻትኩም ኣይጠቅምን እዩ።
66,619

66,620
am_tg
ለእኛ መጞለያቜሁን ቀጥሉፀ ምክንያቱም ሐቀኛ ሕሊና እንዳለን እናምናለንፀ ደግሞም በሁሉም ነገር በሐቀኝነት ለመኖር እንፈልጋለን።
ኣብ ኵሉ ብቕንዕና ኜንነብር እናደለና፡ ቅኑዕ ሕልና ኾም ዘሎና ንተኣማመን ኢና እሞ፡ ብቐጻሊ ጞልዩልና።
66,621

66,622
am_tg
በተለይ ደግሞ ወደ እናንተ በፍጥነት ተመልሌ እንድመጣ ትጞልዩልኝ ዘንድ አሳስባቜኋለሁ።
ምናዳ ግና፡ ኣነ ቐልጢፈ ምእንቲ ኜምለሰኩም፡ እዚ ኜትገብሩ እምዕደኩም ኣለኹ።
66,623

66,624
am_tg
እንግዲያው ታላቅ ዚበጎቜ እሚኛ ዹሆነው ጌታቜን ኢዚሱስ ዹዘላለማዊውን ቃል ኪዳን ደም ይዞ ኚሞት እንዲነሳ ያደሚገው ዹሰላም አምላክ
እቲ ነቲ ዓብዪ ጓሳ ኣባጊዕ ዝዀነ ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ምስ ደም እቲ ናይ ዘለኣለም ኪዳን ካብ ምዉታት ዘተንስኊ ኣምላኜ ሰላም፡
66,625

66,626
am_tg
ፈቃዱን እንድታደርጉ በመልካም ነገር ሁሉ ያስታጥቃቜሁፀ እሱ በፊቱ ደስ ዚሚያሰኘውን ነገር እንድናደርግ በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት ያነሳሳናል። ለእሱ ለዘላለም ክብር ይሁን። አሜን።
ኣብ ቅድሚኡ ባህ ዜብሎ ብዚሱስ ክርስቶስ ኣባና እናገበሚ፡ ብሰናይ ዘበለ ፍቓዱ ኜትገብሩ ዚዕጥቕኩም። ንዕኡ ንዘለኣለመ ኣለም ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
66,627

66,628
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ዚጻፍኩላቜሁ ደብዳቀ አጭር ስለሆነ ይህን ዚማበሚታቻ ቃል በትዕግሥት እንድታዳምጡ አሳስባቜኋለሁ።
ኣሕዋተዚ፡ ሓጻር ደብዳበ ጜሒፈልኩም እዚ እሞ፡ ነዚ ዜተባብዕ ቃል እዚ ብዓቕሊ ኜትሰምዕዎ እምሕጞነኩም ኣለኹ።
66,629

66,630
am_tg
ወንድማቜን ጢሞ቎ዎስ መፈታቱን እንድታውቁ እፈልጋለሁ። ቶሎ ኚመጣ አብሚን መጥተን እናያቜኋለን።
ጢሞ቎ዎስ ሓውና ኾም እተፈትሐ ኜትፈልጡ እደልዚኩም እዚ። ንሱ ቐልጢፉ እንተ መጺኡ፡ ምስኡ ዀይነ ኜርእዚኩም እዚ።
66,631

66,632
am_tg
በመካኚላቜሁ ሆነው አመራር ለሚሰጧቜሁ ሁሉና ለቀሩት ቅዱሳን ሁሉ ሰላምታ አቅርቡልኝ። በጣሊያን ያሉት ሰላምታ ልኚውላቜኋል።
ንዅሎም እቶም ዚመርሑኹምን ንዅሎም ቅዱሳትን ሰላም በሉለይ። እቶም ኣብ ኢጣልያ ዘለዉ፡ ሰላም ይብሉኹም ኣለዉ።
66,633

66,634
am_tg
ዹአምላክ ጾጋ ኚሁላቜሁ ጋር ይሁን።
ጾጋ ምስ ኵላትኩም ይኹን።
66,635
tg_am
ጾጋ ምስ ኵላትኩም ይኹን።
ዹአምላክ ጾጋ ኚሁላቜሁ ጋር ይሁን።
66,636
am_tg
ስለሆነም ዚሰማያዊው ጥሪ ተካፋዮቜ ዚሆናቜሁ ቅዱሳን ወንድሞቜ፣ በእሱ እንደምናምን በይፋ ዚምንናገርለትን፣ ሐዋርያና ሊቀ ካህናት ዹሆነውን ኢዚሱስን አስቡ።
ስለዚ፡ ኣቱም ኣብቲ ሰማያዊ ጜውዓ ግደ ዘሎኩም ቅዱሳት ኣሕዋት፡ ናብቲ እንእመነሉ ሃዋርያን ሊቀ ኻህናትን ዝዀነ ዚሱስ ኣስተብህሉ።
66,637

66,638
am_tg
ሙሮ በመላው ዹአምላክ ቀት ላይ ታማኝ እንደነበሚ ሁሉ እሱም ለሟመው ታማኝ ነበር።
ኚምቲ ሙሮ ኣብ ቀት ኣምላኜ እሙን ዝነበሚ፡ ንሱ እውን ነቲ ዝሾሞ እሙን እዩ።
66,639

66,640
am_tg
ቀቱን ዚሠራው፣ ኚቀቱ ዹበለጠ ክብር ስላለው እሱ ኹሙሮ ዹበለጠ ክብር ይገባዋል።
ኚምቲ ሰራሕ ቀት ካብታ ቀት ዚበልጜ ክብሪ ዘለዎ፡ ንሱ እውን ካብ ሙሮ ዚበልጜ ክብሪ ዚግብኊ ዀይኑ ተቘጺሩ እዩ።
66,641

66,642
am_tg
እያንዳንዱ ቀት ሠሪ እንዳለው ዚታወቀ ነውፀ ሁሉን ነገር ዚሠራው ግን አምላክ ነው።
ቀት ዘበለትሲ ሰራሒኣ ኣለዋ፣ እቲ ንዅሉ ዝሰርሐ ግና ኣምላኜ እዩ።
66,643

66,644
am_tg
ሙሮም በመላው ዹአምላክ ቀት ላይ ታማኝ አገልጋይ ነበር። አገልግሎቱም ኹጊዜ በኋላ ለሚነገሩ ነገሮቜ ምሥክር ነው።
ሙሮ ብዛዕባ እቲ ደሓር ዚንገር ኹም ምስክር ምእንቲ ኪኞውን፡ ኹም ጊልያ ዀይኑ ኣብ ኵላ ቀት ኣምላኜ እሙን እዩ ነይሩ፣
66,645

66,646
am_tg
ክርስቶስ ግን በአምላክ ቀት ላይ ዚተሟመ ታማኝ ልጅ ነበር። እኛም አፋቜንን ሞልተን ዹመናገር ነፃነታቜንንና ዚምንደሰትበትን ተስፋቜንን እስኚ መጚሚሻው አጥብቀን ኚያዝን ዹአምላክ ቀት ነን።
ክርስቶስ ግና ኹም ወዲ ኣብ ልዕሊ ቀት ኣምላኜ እሙን እዩ። ነቲ ንምዝራብ ዘሎና ትብዓትን ነታ ኜሳዕ መወዳእታ እንምክሓላ ተስፋን ኣጜኒዕና እንተ ሒዝናያስ፡ ንሕና ቀት ኣምላኜ ኢና።
66,647

66,648
am_tg
ስለዚህ መንፈስ ቅዱስ እንዲህ ይላል፩ “ዛሬ ድምፁን ዚምትሰሙ ኹሆነ
ስለዚ፡ መንፈስ ቅዱስ ኹምዚ ይብልፊ “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም፡
66,649

66,650
am_tg
በምድሚ በዳ እጅግ ዚሚያስቆጣ ድርጊት በተፈጞመበት በፈተና ቀን እንደሆነው ልባቜሁን አታደንድኑፀ
ኚምቲ ብመዓልቲ ፈተና ኣብ በሚኻ ዝነደሹሉ እዋን ልብኹም ኣይተትርሩ።
66,651

66,652
am_tg
በዚያ፣ አባቶቻቜሁ ያደሚግኩትን ሁሉ ለ40 ዓመት ቢያዩም እኔን በመፈተን ተገዳደሩኝ።
ኣብኡ ኣቊታትኩም ን40 ዓመት ግብርታተይ ርእዮም ክነሶምሲ፡ ተሃላሊኟምንን ፈቲኖምንን።
66,653

66,654
am_tg
በዚህም ምክንያት በዚያ ትውልድ በጣም ተንገሞገሜኩፀ እንዲህም አልኩፊ ‘ሁልጊዜ ልባ቞ው ይስታልፀ መንገዮንም ሊያውቁ አልቻሉም።’
ስለዚ፡ ነዚ ወለዶ እዚ ፈንፊነዮስ፡ ‘ወትሩ ብልቊም ዜላግሱ እዮም፣ ንመገድታተይ እውን ኣይፈለጥዎን’ ኢለ።
66,655

66,656
am_tg
በመሆኑም ‘ወደ እሚፍ቎ አይገቡም’ ብዬ በቁጣዬ ማልኩ።”
ስለዚ፡ ብቝጥዓይ፡ ‘ናብ ዕሹፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም’ ኢለ ምሒለ።”
66,657

66,658
am_tg
ወንድሞቜ፣ ሕያው ኹሆነው አምላክ በመራቅ እምነት ዚለሜ ዹሆነ ክፉ ልብ ኚእናንተ መካኚል በማናቜሁም ውስጥ እንዳያቆጠቁጥ ተጠንቀቁፀ
ኣሕዋተዚ፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ኻብቲ ህያው ኣምላኜ ብምርሓቕ፡ ዘይኣምን እኩይ ልቢ ኞይህልዎ፡ ተጠንቀቑ፣
66,659

66,660
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ኚእናንተ መካኚል አንዳቜሁም ኃጢአት ባለው ዚማታለል ኃይል እንዳትደነድኑ “ዛሬ” ተብሎ ዚሚጠራ ጊዜ እስካለ ድሚስ በዚዕለቱ እርስ በርሳቜሁ ተበሚታቱ።
ግናኞ፡ ካባኻትኩም ሓደ እኳ ብሓጢኣት ተታሊሉ ኞይተርር፡ “ሎሚ” ኜሳዕ እተባህለ፡ መዓልቲ መዓልቲ ንሓድሕድኩም ተተባብዑ።
66,661

66,662
am_tg
ዚክርስቶስ ተካፋዮቜ ዹምንሆነው በመጀመሪያ ዹነበሹንን ትምክህት እስኚ መጚሚሻው አጜንተን ኚያዝን ብቻ ነውና።
ነቲ ኣብ መጀመርታ ዝነበሹና እምንቶ ኜሳዕ መወዳእታ ኣጜኒዕና እንተ ሒዝናዮስ፡ መማቕልቲ ክርስቶስ ኮንና ኣለና።
66,663

66,664
am_tg
ይህም “ዛሬ ድምፁን ዚምትሰሙ ኹሆነ እጅግ ዚሚያስቆጣ ድርጊት በተፈጞመበት ጊዜ እንደሆነው ልባቜሁን አታደንድኑ” እንደተባለው ነው።
እዚ ድማ፡ “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም፡ ኚምቲ ዝነደሹሉ እዋን ልብኹም ኣይተትርሩ” ኾም እተባህለ እዩ።
66,665

66,666
am_tg
ድምፁን ቢሰሙም እንኳ እጅግ ያስቆጡት እነማን ነበሩ? ይህን ያደሚጉት ሙሮ እዚመራ቞ው ኚግብፅ ዚወጡት ሁሉ አይደሉም?
ሰሚዖም ዘነደርዎኾ መን እዮም፧ ኵሎም እቶም ሙሮ መሪሕዎም ካብ ግብጺ ዝወጹ ደይኰኑን፧
66,667

66,668
am_tg
ኹዚህም ሌላ ለ40 ዓመት አምላክ በእነሱ እንዲንገሞገሜ ያደሚጉት እነማን ናቾው? እነዚያ ኃጢአት ዚሠሩትና ሬሳ቞ው በምድሚ በዳ ወድቆ ዹቀሹው አይደሉም?
ንመንኹ እዩ ኣምላኜ ን40 ዓመት ዝፈንፈኖም፧ ነቶም ዝሓጥኡ እሞ ሬሳኊም ኣብ በሚኻ ዝወደቐ ደይኰነን፧
66,669

66,670
am_tg
ደግሞስ ወደ እሚፍ቎ አይገቡም ብሎ ዹማለው ስለ እነማን ነው? እነዚያን ያልታዘዙትን በተመለኹተ አይደለም?
ንመንኹ እዩ ናብ ዕሚፍቱ ኞይኣትዉ ዝመሓለሎም፧ ነቶም ዘይተኣዘዙ ደይኰነን፧
66,671

66,672
am_tg
ስለዚህ ሊገቡ ያልቻሉት እምነት በማጣታ቞ው ዚተነሳ እንደሆነ እንሚዳለን።
ብሰሪ ዘይምእማን ኪኣትዉ ኾም ዘይኚኣሉ ኞኣ ንርኢ ኣለና።
66,673

66,674
am_tg
ዚቀድሞው ቃል ኪዳን በበኩሉ ቅዱስ አገልግሎት ዚሚኚናወንባ቞ው ደንቊቜና በምድር ላይ ዚራሱ ቅዱስ ስፍራ ነበሚው።
እቲ ቐዳማይ ኪዳንሲ ስርዓታት ቅዱስ ኣገልግሎትን ምድራዊ መቕደስን ነይርዎ እዩ።
66,675

66,676
am_tg
መቅሚዙ፣ ጠሹጮዛውና በአምላክ ፊት ዹቀሹበው ኅብስት ዚሚገኙበት ዚድንኳኑ ዚመጀመሪያው ክፍል ተሠርቶ ነበርፀ ይህም ቅድስት ይባላል።
ኚመይሲ፡ ቀዋሚ ቐንዮልን ሰደቓን እንጌራታት መባእን ዝነበራ ቐዳመይቲ ኜፍሊ እታ ድንኳን ተተኺላ ነይራ እያ፣ ቅድስቲ ድማ ትብሃል ነይራ።
66,677

66,678
am_tg
ኹሁለተኛው መጋሹጃ በስተ ኋላ ግን ቅድስተ ቅዱሳን ዚሚባለው ዚድንኳኑ ክፍል ይገኝ ነበር።
ብኜንዚው እቲ ኻልኣይ መጋሹጃ ግና፡ ቅድስተ ቕዱሳን እትብሃል ክፍሊ እታ ድንኳን ነይራ።
66,679

66,680
am_tg
በዚህ ክፍል ውስጥ ዹወርቅ ጥና እና ሙሉ በሙሉ በወርቅ ዹተለበጠው ዹቃል ኪዳኑ ታቊት ይገኙ ነበርፀ በታቊቱ ውስጥም መና ዚያዘው ዹወርቅ ማሰሮ፣ ያቆጠቆጠቜው ዚአሮን በትርና ዹቃል ኪዳኑ ጜላቶቜ ነበሩፀ
ኣብኣ ጜንሃህ ወርቅን ብዅሉ ወገኑ ብወርቂ እተለበጠ ታቊት ኪዳንን ነይሩ፣ ኣብኡ ኞኣ ማና ዝሓዘት ፍዮ ወርቅን ዝጠጥዐት በትሪ ኣሮንን ጜላታት ኪዳንን ነይሚን፣
66,681

66,682
am_tg
በላዩ ላይ ደግሞ ዚስርዚት መክደኛውን ዚሚጋርዱ ክብራማ ኪሩቊቜ ነበሩ። ይሁንና ስለ እነዚህ ነገሮቜ በዝርዝር ለመናገር አሁን ጊዜው አይደለም።
ኣብ ልዕሊኡ ድማ ነቲ መኜደን መተዓሹቒ ዜጜልሉ ናይ ክብሪ ኪሩቀል ነይሮም። ብዛዕባ እዚ ግና ሕጂ ብዝርዝር ክንዛሚብ ግዜኡ ኣይኰነን።
66,683

66,684
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ በዚህ መንገድ ኚተሠሩ በኋላ ካህናቱ ቅዱስ አገልግሎቶቜን ለማኹናወን ወደ ድንኳኑ ዚመጀመሪያ ክፍል ሁልጊዜ ይገባሉፀ
እዚ በዚ ኾምዚ ምስ ተዳለወ፡ እቶም ካህናት ቅዱስ ኣገልግሎት ንምቕራብ፡ ኣብታ ቐዳመይቲ ኜፍሊ እታ ድንኳን ብስሩዕ ይኣትዉ እዮም፣
66,685

66,686
am_tg
ወደ ሁለተኛው ክፍል ዚሚገባው ግን ሊቀ ካህናቱ ብቻ ነበርፀ ዚሚገባውም በዓመት አንድ ጊዜ ብቻ ነውፀ ደግሞም ለራሱና ሕዝቡ ባለማወቅ ለፈጾመው ኃጢአት ዚሚያቀርበውን ደም ሳይዝ አይገባም።
እቲ ሊቀ ኻህናት ግና ናብታ ኻልአይቲ ኜፍሊ ሓንሳእ ኣብ ዓመት ይኣቱ እዩ፣ ግናኞ፡ ብዘይ እቲ ምእንቲ ርእሱን ምእንቲ እቲ ብዘይፍላጥ እተገብሚ ሓጢኣት ህዝብን ዜቕርቩ ደም ኣይኣቱን እዩ።
66,687

66,688
am_tg
በዚህ መንገድ፣ ዚመጀመሪያው ድንኳን ተተክሎ ሳለ ወደ ቅዱሱ ስፍራ ዚሚወስደው መንገድ ገና እንዳልተገለጠ መንፈስ ቅዱስ ግልጜ አድርጓል።
በዚ ኞምዚ፡ እታ ቐዳመይቲ ድንኳን ቈይማ ኞላ፡ ናብታ መቕደስ ዜእቱ መገዲ ገና ኾም ዘይተገልጞ፡ መንፈስ ቅዱስ ዚነጜር እዩ።
66,689

66,690
am_tg
ይህ ድንኳን ለአሁኑ ዘመን ምሳሌ ሲሆን ኹዚህ ዝግጅት ጋር በሚስማማ ሁኔታ ስጊታዎቜና መሥዋዕቶቜ ይቀርባሉ። ይሁን እንጂ እነዚህ ነገሮቜ ቅዱስ አገልግሎት ዚሚያቀርበው ሰው ፍጹም በሆነ መንገድ ንጹሕ ሕሊና እንዲኖሚው ሊያደርጉ አይቜሉም።
እዛ ድንኳን እዚኣ ነዚ እዋን እዚ ምሳሌ እያ፣ ኚምቲ ስርዓት እቲ ጌርካ ኞኣ መባእን መስዋእትን ይቐርብ እዩ። እዚ ግና ንሕልና እቲ ዜገልግል ፍጹም ኪገብሮ ኣይክእልን እዩ።
66,691

66,692
am_tg
እነዚህ ነገሮቜ ኚምግብ፣ ኚመጠጥና ኚተለያዩ ዚመንጻት ሥርዓቶቜ ጋር ብቻ ዚተያያዙ ና቞ው። ደግሞም አካልን ዚሚመለኚቱ ደንቊቜ ሲሆኑ በሥራ ላይ ዚዋሉትም፣ ሁኔታዎቜ ዚሚስተካኚሉበት ዹተወሰነው ጊዜ እስኪመጣ ድሚስ ነበር።
ምስ ብልዕን መስተን እተፈላለዚ ስርዓት ምሕጻብን ጥራይ እዩ ዚተሓሓዝ። ምዱብ ግዜ ምቕናዕ ክሳዕ ዚኣክል እተነብሚ ስጋዊ ስርዓት እዩ።
66,693

66,694
am_tg
ይሁን እንጂ ክርስቶስ አሁን ላሉት መልካም ነገሮቜ ሊቀ ካህናት ሆኖ በመጣ ጊዜ በሰው እጅ ወዳልተሠራው ይኾውም ኹዚህ ፍጥሚት ወዳልሆነው ይበልጥ ታላቅና ፍጹም ወደሆነው ድንኳን ገብቷል።
ግናኞ፡ ክርስቶስ ሊቀ ኻህናት እቲ ድሮ መጺኡ ዘሎ ሰናይ ነገር ኰይኑ ምስ መጞ፡ በታ ብኢድ ዘይተገብሚት፡ ማለት ካብዚ ፍጥሚት እዚ ዘይኰነት፡ ዝዓበዚትን ዝያዳ ፍጜምትን ድንኳን ሓሊፉ እዩ።
66,695

66,696
am_tg
ወደ ቅዱሱ ስፍራ ዚገባው ዚፍዚሎቜንና ዚወይፈኖቜን ደም ይዞ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ ዹገዛ ራሱን ደም ይዞ ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ ገባፀ ደግሞም ለእኛ ዘላለማዊ መዳን አስገኘልን።
ብደም ድቀላታትን ዝራብዓትን ዘይኰነስ፡ ብደም ገዛእ ርእሱ ናይ ዘለኣለም ድሕነት ሚኺቡልና ሓንሳእ ንሓዋሩ ናብታ መቕደስ ኣትዩ እዩ።
66,697

66,698
am_tg
ዚፍዚሎቜና ዚኮርማዎቜ ደም እንዲሁም በሚኚሱ ሰዎቜ ላይ ዹሚሹጭ ዹጊደር አመድ ሥጋን በማንጻት ዚሚቀድስ ኹሆነ
ደም ድቀላታትን ኣብዑርን ሓምዅሜቲ ኣርሕን ኣብቶም ዝሚኞሱ ተነጺጉ ንምንጻህ ስጋ ዚቕድስ ካብ ኰነስ፡
66,699