Unnamed: 0
int64 0
68.7k
| prefix
stringclasses 2
values | in_put
stringlengths 3
274
| out_put
stringlengths 3
274
|
|---|---|---|---|
66,500
|
am_tg
|
ምክንያቱም አምላክ ያለእኛ ወደ ፍጽምና እንዲደርሱ ዓላማው ስላልነበረ ለእኛ የተሻለ ነገር ለመስጠት አስቀድሞ አስቧል።
|
ብዘይ ብኣና ፍጹማት ምእንቲ ኸይኰኑስ፡ ኣምላኽ ብዛዕባና ዚሓይሽ ኣቐዲሙ ርእዩ እዩ።
|
66,501
|
tg_am

66,502
|
am_tg
|
በጥንት ዘመን አምላክ በተለያዩ ጊዜያትና በብዙ መንገዶች በነቢያት አማካኝነት ለአባቶቻችን ተናግሯል።
|
ኣምላኽ ብዙሕ ሳዕን ብብዙሕ መገድን ቀደም ንኣቦታትና ብነብያት ተዛሪብዎም እዩ።
|
66,503

66,504
|
am_tg
|
አሁን ደግሞ በእነዚህ ቀናት መጨረሻ የሁሉም ነገር ወራሽ አድርጎ በሾመውና የተለያዩ ሥርዓቶችን በፈጠረበት በልጁ አማካኝነት ለእኛ ተናገረ።
|
ኣብዘን ዳሕሮት መዓልትታት ከኣ በቲ ወራስ ኵሉ ገይሩ ዝሸሞ፡ ብእኡ እውን ስርዓታት ዝገበረ ወዱ ገይሩ ተዛሪቡና እዩ።
|
66,505

66,506
|
am_tg
|
እሱ የአምላክ ክብር ነጸብራቅና የማንነቱ ትክክለኛ አምሳያ ነው፤ እሱም በኃያል ቃሉ ሁሉንም ነገር ደግፎ ያኖራል። እኛን ከኃጢአታችን ካነጻ በኋላም በሰማይ በግርማዊው ቀኝ ተቀምጧል።
|
ንሱ ነጸብራቕ ክብሪ ኣምላኽን ልክዕ ምስሊ ባህርዩን እዩ፣ ንዅሉ እውን ብሓይሊ ቓሉ ጾይሩ ኣሎ። ካብ ሓጢኣትና ምስ ኣንጽሃና ድማ፡ ኣብ ላዕሊ ኣብ የማን ግርማ ተቐሚጡ እዩ።
|
66,507

66,508
|
am_tg
|
ስለዚህ ከመላእክት ስም እጅግ የላቀ ስም የወረሰ በመሆኑ ከእነሱ የተሻለ ሆኗል።
|
ስለዚ፡ ካብ ናይ መላእኽቲ ኣዝዩ ዚበልጽ ስም ብምውራስ፡ ክሳዕ ክንድኡ ኻባታቶም በሊጹ እዩ።
|
66,509

66,510
|
am_tg
|
ለምሳሌ፣ አምላክ “አንተ ልጄ ነህ፤ እኔ ዛሬ ወለድኩህ” ደግሞም “አባት እሆነዋለሁ፤ እሱም ልጄ ይሆናል” ብሎ ከመላእክት መካከል ስለ የትኛው መልአክ ተናግሮ ያውቃል?
|
ንኣብነት፡ ኣምላኽ ካብ መላእኽቲ ንመኖም እዩ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ፡” ከም ብሓድሽ ከኣ፡ “ኣነ ኣቦኡ ክኸውን እየ፡ ንሱ ኸኣ ወደይ ኪኸውን እዩ” ዝበሎ፧
|
66,511

66,512
|
am_tg
|
ሆኖም የበኩር ልጁን እንደገና ወደ ዓለም የሚያመጣበትን ጊዜ በተመለከተ “የአምላክ መላእክት ሁሉ ይስገዱለት” ይላል።
|
ከም ብሓድሽ ነቲ በዅሩ ናብ ዓለም ኪልእኾ ኸሎ ድማ፡ “ኵሎም መላእኽቲ ኣምላኽ ይስገዱሉ” ይብል።
|
66,513

66,514
|
am_tg
|
በተጨማሪም ስለ መላእክት ሲናገር “መላእክቱን መናፍስት፣ አገልጋዮቹን ደግሞ የእሳት ነበልባል ያደርጋል” ይላል።
|
ብዛዕባ መላእኽቲ ኸኣ፡ “መላእኽቱ መናፍስቲ፡ ኣገልገልቱ እውን ሃልሃልታ ሓዊ ይገብር” ይብል።
|
66,515

66,516
|
am_tg
|
ስለ ልጁ ሲናገር ግን እንዲህ ይላል፦ “አምላክ ለዘላለም ዙፋንህ ነው፤ የመንግሥትህ በትርም የቅንነት በትረ መንግሥት ነው።
|
ብዛዕባ ወዱ ግና ከምዚ ይብል፦ “ኣምላኽ ንዘለኣለመ ኣለም ዝፋንካ እዩ፣ ዘንጊ መንግስትኻ እውን ዘንጊ ቕንዕና እያ።
|
66,517

66,518
|
am_tg
|
ጽድቅን ወደድክ፤ ዓመፅን ጠላህ። ስለዚህ አምላክ ይኸውም አምላክህ ከባልንጀሮችህ ይበልጥ በደስታ ዘይት ቀባህ።”
|
ጽድቂ ፈቲኻ፡ ጥሕሰት ሕጊ ኸኣ ጸሊእካ። ስለዚ፡ ኣምላኽ፡ ኣምላኽካ፡ ሓለፋ ብጾትካ ብዘይቲ ፍስሃ ቐቢኡካ።”
|
66,519

66,520
|
am_tg
|
ደግሞም እንዲህ ይላል፦ “ጌታ ሆይ፣ አንተ በመጀመሪያ የምድርን መሠረት ጣልክ፤ ሰማያትም የእጆችህ ሥራ ናቸው።
|
ከምኡ ድማ፡ “ጐይታይ፡ ንስኻ ኣብ መጀመርታ መሰረታት ምድሪ ኣንቢርካ፣ ሰማያት ድማ ግብሪ ኣእዳውካ እዮም።
|
66,521

66,522
|
am_tg
|
እነሱ ይጠፋሉ፤ አንተ ግን ትኖራለህ፤ ሁሉም እንደ ልብስ ያረጃሉ፤
|
ንሳቶም ኪጠፍኡ እዮም፡ ንስኻ ግና ክትነብር ኢኻ፣ ኵላቶም ከም ክዳን ኪበልዩ እዮም፣
|
66,523

66,524
|
am_tg
|
እንደ ካባ፣ እንደ ልብስም ትጠቀልላቸዋለህ፤ ደግሞም እንደ ልብስ ትለውጣቸዋለህ። አንተ ግን ያው ነህ፤ ዘመንህም ፍጻሜ የለውም።”
|
ከም ባርኖስ፡ ከም ክዳን ድማ ክትጥቕልሎም ኢኻ፣ ኪልወጡ እውን እዮም። ንስኻ ግና ከም ቀደምካ ኢኻ፣ ዓመታትካ እውን ከቶ ኣይውዳእን እዩ” ይብል።
|
66,525

66,526
|
am_tg
|
ይሁንና “ጠላቶችህን ለእግርህ መርገጫ እስከማደርግልህ ድረስ በቀኜ ተቀመጥ” ብሎ ከመላእክት መካከል ስለ የትኛው መልአክ ተናግሮ ያውቃል?
|
ካብ መላእኽቲኸ ንመኖም እዩ፡ “ንጸላእትኻ ድኳ እግርኻ ኽሳዕ ዝገብሮም፡ ኣብ የማነይ ተቐመጥ” ዝበሎ፧
|
66,527

66,528
|
am_tg
|
ሁሉም መዳን የሚወርሱትን እንዲያገለግሉ የሚላኩ ቅዱስ አገልግሎት የሚያከናውኑ መናፍስት አይደሉም?
|
ኵላቶምዶ ነቶም ድሕነት ዚወርሱ ኼገልግሉ ዚለኣኹ መናፍስቲ ቕዱስ ኣገልግሎት ኣይኰኑን፧
|
66,529

66,530
|
am_tg
|
አብርሃም ነገሥታትን ድል አድርጎ ሲመለስ የሳሌም ንጉሥና የልዑሉ አምላክ ካህን የሆነው ይህ መልከጼዴቅ አግኝቶት ባረከው፤
|
እዚ ንጉስ ሳሌምን ካህን እቲ ልዑል ኣምላኽን ዝነበረ መልከጼዴቅ እዝስ ንኣብርሃም፡ ነቶም ነገስታት ስዒሩ ኺምለስ ከሎ ረኺቡ ዝባረኾ፡
|
66,531

66,532
|
am_tg
|
አብርሃም ደግሞ ከሁሉ ነገር አንድ አሥረኛ ሰጠው። በመጀመሪያ ስሙ “የጽድቅ ንጉሥ” ማለት ነው፤ ደግሞም የሳሌም ንጉሥ ማለትም “የሰላም ንጉሥ” ነው።
|
ኣብርሃም ድማ ካብ ኵሉ፡ ዕሽር ዝሃቦ፡ ቀዳማይ ትርጉም ስሙ፡ “ንጉስ ጽድቂ” እዩ፣ ደሓር ከኣ፡ ንጉስ ሳሌም፡ ማለት፡ “ንጉስ ሰላም” እዩ።
|
66,533

66,534
|
am_tg
|
አባትና እናትም ሆነ የዘር ሐረግ እንዲሁም ለዘመኑ መጀመሪያ፣ ለሕይወቱም መጨረሻ የለውም፤ ከዚህ ይልቅ የአምላክን ልጅ እንዲመስል በመደረጉ ለዘላለም ካህን ሆኖ ይኖራል።
|
ብዘይ ኣቦ፡ ብዘይ ኣደ፡ ብዘይ ቍጽሪ ወለዶ፡ መጀመርታ መዓልትታት ወይስ መወዳእታ ህይወት ዘይብሉ ብምዃኑ፡ ግናኸ ኸም ወዲ ኣምላኽ ብምዃኑ፡ ንሓዋሩ ኻህን ኰይኑ ይነብር።
|
66,535

66,536
|
am_tg
|
እንግዲህ የቤተሰብ ራስ የሆነው አብርሃም ምርጥ ከሆነው ምርኮ ላይ አንድ አሥረኛውን የሰጠው ይህ ሰው ምን ያህል ታላቅ እንደነበረ ተመልከቱ።
|
እዚ በቲ ርእሲ ዓሌት ዝዀነ ኣብርሃም ካብቲ ብሉጽ ምርኮ ዕሽር እተዋህቦ ሰብ እዚ ኸመይ ዓብዪ ኸም ዝዀነ እሞ ርኣዩ።
|
66,537

66,538
|
am_tg
|
እርግጥ የክህነት ኃላፊነት የሚቀበሉ ከሌዊ ልጆች ወገን የሆኑት ሰዎች ምንም እንኳ ወንድሞቻቸው የአብርሃም ዘሮች ቢሆኑም ከሕዝቡ ማለትም ከገዛ ወንድሞቻቸው አሥራት እንዲሰበስቡ ሕጉ ያዛል።
|
ብመሰረት ሕጊ፡ እቶም ክህነት ዚቕበሉ ኻብ ደቂ ሌዊ ዘበሉ፡ ካብቲ ህዝቢ፡ ማለት ካብቶም ዘርኢ ኣብርሃም እኳ ዝዀኑ ኣሕዋቶም ዕሽር ኪእክቡ ትእዛዝ ኣለዎም።
|
66,539

66,540
|
am_tg
|
ሆኖም ከእነሱ የትውልድ ሐረግ ያልመጣው ይህ ሰው ከአብርሃም አሥራት የተቀበለ ሲሆን የተስፋ ቃል የተሰጠውን ሰው ባርኮታል።
|
እዚ ወለዶኡ ኻብኦም ዘይኰነ ሰብ እዚ ግና፡ ካብ ኣብርሃም ዕሽር ወሲዱ፡ ነቲ ተስፋታት ዝረኸበ እውን ባሪኽዎ እዩ።
|
66,541

66,542
|
am_tg
|
እንግዲህ አነስተኛ የሆነው ከእሱ በሚበልጠው እንደተባረከ ምንም ጥርጥር የለውም።
|
እቲ ዝነኣሰ በቲ ዝዓበየ ኸም ዚባረኽ ኣይከሓድን እዩ።
|
66,543

66,544
|
am_tg
|
በአንድ በኩል አሥራት የሚቀበሉት ሟች የሆኑ ሰዎች ሲሆኑ በሌላ በኩል ግን አሥራት የሚቀበለው ሕያው ሆኖ እንደሚኖር የተመሠከረለት ሰው ነው።
|
በዚ ሓደ ወገን መወትቲ ሰባት ዕሽር ኪቕበሉ ኸለዉ፡ በቲ ሓደ ወገን ግና እቲ ህያው ምዃኑ እተመስከረሉ እዩ ዕሽር ዚቕበል።
|
66,545

66,546
|
am_tg
|
እንግዲህ አሥራት የሚቀበለው ሌዊ እንኳ በአብርሃም በኩል አሥራት ከፍሏል ማለት ይቻላል፤
|
እቲ ዕሽር እተቐበለ ሌዊ እኳ ብኣብርሃም ገይሩ ዕሽር ሂቡ ኺብሃል ይከኣል እዩ፣
|
66,547

66,548
|
am_tg
|
መልከጼዴቅ አብርሃምን ባገኘው ጊዜ ሌዊ ገና በአባቱ በአብርሃም አብራክ ውስጥ ነበርና።
|
ከመይሲ፡ መልከጼዴቅ ንኣብርሃም ኪረኽቦ ኸሎ፡ ሌዊ ገና ኻብ ኣቦኡ ዘይተወልደ ዘርኢ እዩ ነይሩ።
|
66,549

66,550
|
am_tg
|
እንግዲህ ፍጽምና ሊገኝ የሚችለው በሌዊ ክህነት አማካኝነት ቢሆን ኖሮ (ክህነቱ ለሕዝቡ የተሰጠው ሕግ አንዱ ገጽታ ስለሆነ)፣ እንደ አሮን ሥርዓት ሳይሆን እንደ መልከጼዴቅ ሥርዓት ያለ ተብሎ የተነገረለት ሌላ ካህን መነሳቱ ምን ያስፈልግ ነበር?
|
እምበኣር፡ ብኽህነት ሌዋውያን ፍጽምና ዚርከብ ነይሩ እንተ ዚኸውንሲ፡ (እዝስ ሓደ መዳይ እቲ ነቲ ህዝቢ እተዋህቦ ሕጊ እዩ ነይሩ እሞ፡) ከም ስርዓት ኣሮን ዘይኰነስ፡ ከም ስርዓት መልከጼዴቅ ዚብሃል ካልእ ካህን ኪትንስእ ንምንታይ መድለየ፧
|
66,551

66,552
|
am_tg
|
ክህነቱ ስለሚለወጥ ሕጉም የግድ መለወጥ ያስፈልገዋልና።
|
ከመይሲ፡ ክህነት ኪልወጥ ከሎ፡ እቲ ሕጊ እውን ኪልወጥ ኣለዎ።
|
66,553
|
tg_am
|
ከመይሲ፡ ክህነት ኪልወጥ ከሎ፡ እቲ ሕጊ እውን ኪልወጥ ኣለዎ።
|
ክህነቱ ስለሚለወጥ ሕጉም የግድ መለወጥ ያስፈልገዋልና።
|
66,554
|
am_tg
|
ይህ ሁሉ ነገር የተነገረለት ሰው ከሌላ ነገድ የመጣ ነውና፤ ከዚህ ነገድ ማንም ወደ መሠዊያው ቀርቦ ያገለገለ የለም።
|
እቲ ብዛዕባኡ እዚ እተባህለሉስ፡ ካብ ካልእ ነገድ እዩ፣ ካብቲ ነገድ እቲ ድማ ሓደ እኳ ኣብ መሰውኢ ዘገልገለ የልቦን።
|
66,555

66,556
|
am_tg
|
ጌታችን ከይሁዳ ነገድ እንደወጣ የታወቀ ነውና፤ ይሁንና ሙሴ ከዚህ ነገድ ካህናት እንደሚገኙ የተናገረው ነገር የለም።
|
ጐይታናስ ካብ ይሁዳ ኸም እተወልደ ንጹር እዩ፣ ሙሴ ኸኣ ካህናት ካብቲ ነገድ እቲ ኸም ዝመጹ ሓንቲ እኳ ኣይተዛረበን።
|
66,557

66,558
|
am_tg
|
ደግሞም እንደ መልከጼዴቅ ያለ ሌላ ካህን ሲነሳ ይህ ጉዳይ ይበልጥ ግልጽ ይሆናል፤
|
እዚ ዝበለጸ ንጹር ዚኸውን፡ ከም መልከጼዴቅ ዝኣመሰለ ኻልእ ካህን ምስ ዚትንስእ እዩ፣
|
66,559

66,560
|
am_tg
|
እሱ ካህን የሆነው በሥጋዊ ትውልድ ላይ በተመካውና ሕጉ በያዘው መሥፈርት ሳይሆን የማይጠፋ ሕይወት እንዲኖረው ባስቻለው ኃይል ነው።
|
ንሱ ኸምኡ ዝዀነ ድማ፡ በቲ ኣብ ስጋዊ ትውልዲ ዚምርኰስ ሕጋዊ ትእዛዝ ዘይኰነስ፡ ብሓይሊ ዘይትጠፍእ ህይወት እዩ።
|
66,561

66,562
|
am_tg
|
“እንደ መልከጼዴቅ፣ አንተ ለዘላለም ካህን ነህ” ተብሎ ተመሥክሮለታልና።
|
ከመይሲ፡ “ንስኻ ኸም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ካህን ኢኻ” ተባሂሉ ተመስኪሩሉ እዩ።
|
66,563

66,564
|
am_tg
|
እንግዲህ የቀድሞው ትእዛዝ ደካማና ፍሬ ቢስ በመሆኑ ተሽሯል።
|
እምበኣርሲ፡ እቲ ዝቐደመ ትእዛዝ ድኹምን ዘይጠቅምን ስለ ዝዀነ፡ ተሳዒሩ እዩ።
|
66,565

66,566
|
am_tg
|
ሕጉ የትኛውንም ነገር ወደ ፍጽምና አላደረሰምና፤ ወደ አምላክ የምንቀርብበት የተሻለ ተስፋ መሰጠቱ ግን ይህን ማድረግ ችሏል።
|
ከመይሲ፡ ሕጊ ንሓደ እኳ ፍጹም ኣይገበረን፣ እቲ ናብ ኣምላኽ እንቐርበሉ ዚሓይሽ ተስፋ ብምትእትታዉ ግና፡ ከምኡ ገይሩ እዩ።
|
66,567

66,568
|
am_tg
|
በተጨማሪም ይህ ያለመሐላ እንዳልሆነ ሁሉ
|
ከምቲ እዚ ብዘይ ማሕላ ዘይተገብረ፡
|
66,569
|
tg_am
|
ከምቲ እዚ ብዘይ ማሕላ ዘይተገብረ፡
|
በተጨማሪም ይህ ያለመሐላ እንዳልሆነ ሁሉ
|
66,570
|
am_tg
|
(ያለመሐላ ካህናት የሆኑ ሰዎች አሉና፤ እሱ ግን በመሐላ ካህን ሆኗል፤ ይህም የሆነው “ይሖዋ ‘አንተ ለዘላለም ካህን ነህ’ ብሎ ምሏል፤ ደግሞም ሐሳቡን አይለውጥም” በማለት ስለ እሱ የተናገረው አምላክ በማለው መሐላ መሠረት ነው፤)
|
(ከመይሲ፡ ብዘይ ማሕላ ኻህናት ዝዀኑ እኳ እንተ ኣለዉ፡ እዚ ግና በቲ ብዛዕባኡ፡ “የሆዋ፡ ‘ንስኻ ንዘለኣለም ካህን ኢኻ’ ኢሉ ምሒሉ እዩ፣ ሓሳቡ ኸኣ ኣይኪልውጥን እዩ” ኢሉ ዝመሓሎ ማሕላ እዩ ኸምኡ ዀይኑ፡)
|
66,571

66,572
|
am_tg
|
እንደዚሁም ኢየሱስ ለተሻለ ቃል ኪዳን ዋስትና ሆኗል።
|
ከምኡ ድማ የሱስ ዋሕስ እቲ ዝሓሸ ኺዳን ኰይኑ እዩ።
|
66,573
|
tg_am
|
ከምኡ ድማ የሱስ ዋሕስ እቲ ዝሓሸ ኺዳን ኰይኑ እዩ።
|
እንደዚሁም ኢየሱስ ለተሻለ ቃል ኪዳን ዋስትና ሆኗል።
|
66,574
|
am_tg
|
ከዚህም በተጨማሪ ካህናት አገልግሎታቸውን እንዳይቀጥሉ ሞት ስለሚያግዳቸው አንዱ ሌላውን እየተካ እንዲያገለግል ብዙዎች ካህናት መሆን ነበረባቸው፤
|
ከምኡ ኢሎም ከይቅጽሉ ሞት ይዓግቶም ብምንባሩ ኸኣ፡ ብዙሓት እናተተኻኽኡ ኻህናት ይዀኑ ነይሮም እዮም፣
|
66,575

66,576
|
am_tg
|
እሱ ግን ለዘላለም ሕያው ሆኖ ስለሚኖር ክህነቱ ተተኪ የለውም።
|
ንሱ ግና ንዘለኣለም ስለ ዚነብር፡ ዘይትካእ ክህነት ኣለዎ።
|
66,577
|
tg_am
|
ንሱ ግና ንዘለኣለም ስለ ዚነብር፡ ዘይትካእ ክህነት ኣለዎ።
|
እሱ ግን ለዘላለም ሕያው ሆኖ ስለሚኖር ክህነቱ ተተኪ የለውም።
|
66,578
|
am_tg
|
ስለሆነም ለእነሱ ለመማለድ ሁልጊዜ ሕያው ሆኖ ስለሚኖር በእሱ አማካኝነት ወደ አምላክ የሚቀርቡትን ፈጽሞ ሊያድናቸውም ይችላል።
|
ስለዚ፡ ነቶም ብእኡ ኣቢሎም ናብ ኣምላኽ ዚቐርቡ፡ ኵሉ ሳዕ ምእንታኦም ኪልምን ብህይወት ዚነብር ስለ ዝዀነ፡ ምሉእ ብምሉእ ኬድሕኖም ይኽእል እዩ።
|
66,579

66,580
|
am_tg
|
እኛ የሚያስፈልገን ታማኝ፣ ቅን የሆነ፣ ያልረከሰ፣ ከኃጢአተኞች የተለየና ከሰማያት በላይ ከፍ ያለ እንደዚህ ያለ ሊቀ ካህናት ነው።
|
ከምዚ ዝኣመሰለ እሙንን ገርህን ዘይረኸሰን ካብ ሓጥኣን እተፈልየን ካብ ሰማያት ልዕል ዝበለን ሊቀ ኻህናት ኪህልወና ይግባእ እዩ።
|
66,581

66,582
|
am_tg
|
እነዚያ ሊቃነ ካህናት ያደርጉ እንደነበረው፣ በመጀመሪያ ለራሱ ኃጢአት ከዚያም ለሕዝቡ ኃጢአት በየዕለቱ መሥዋዕት ማቅረብ አያስፈልገውም፤ ምክንያቱም ራሱን መሥዋዕት አድርጎ ባቀረበ ጊዜ ይህን ለአንዴና ለመጨረሻ ጊዜ ፈጽሞታል።
|
ንሱ ኸምቶም ካልኦት ሊቃውንቲ ኻህናት፡ ቅድም ምእንቲ ሓጢኣት ርእሱ፡ ደሓር ድማ ምእንቲ ሓጢኣት ህዝቢ መዓልቲ መዓልቲ መስዋእቲ ኬቕርብ ኣየድልዮን እዩ፣ ከመይሲ፡ ገዛእ ርእሱ ምስ ኣቕረበ፡ ነዚ ሓንሳእ ንሓዋሩ ገይርዎ እዩ።
|
66,583

66,584
|
am_tg
|
ሕጉ ድክመት ያለባቸውን ሰዎች ሊቃነ ካህናት አድርጎ ይሾማልና፤ ከሕጉ በኋላ የመጣው የመሐላ ቃል ግን ለዘላለም ፍጹም የተደረገውን ልጅ ይሾማል።
|
ሕግስ ድኻም ንዘለዎም ሰባት እዩ ሊቃውንቲ ኻህናት ኪዀኑ ዚሸሞም፣ እቲ ድሕሪ ሕጊ እተማሕለ ቓል ማሕላ ግና ንዘለኣለም ፍጹም ዝዀነ ወዲ እዩ ዚሸይም።
|
66,585

66,586
|
am_tg
|
እርስ በርሳችሁ እንደ ወንድማማች መዋደዳችሁን ቀጥሉ።
|
ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጽናዕ።
|
66,587
|
tg_am
|
ሕውነታዊት ፍቕርኹም ትጽናዕ።
|
እርስ በርሳችሁ እንደ ወንድማማች መዋደዳችሁን ቀጥሉ።
|
66,588
|
am_tg
|
እንግዳ መቀበልን አትርሱ፤ አንዳንዶች ይህን ሲያደርጉ ሳያውቁት መላእክትን አስተናግደዋልና።
|
ገሊኦም ከይፈለጡ ንመላእኽቲ ኣአንጊዶም እዮም እሞ፡ ምቕባል ኣጋይሽ ኣይትረስዑ።
|
66,589

66,590
|
am_tg
|
በእስር ላይ ያሉትን ከእነሱ ጋር ታስራችሁ እንዳላችሁ አድርጋችሁ በማሰብ ሁልጊዜ አስታውሷቸው፤ እናንተም ራሳችሁ ገና በሥጋ ያላችሁ በመሆናችሁ እንግልት እየደረሰባቸው ያሉትን አስቡ።
|
ንእሱራት ከም መተኣስርቶም ኴንኩም፡ መከራ ይጸግቡ ንዘለዉ ኸኣ ንስኻትኩም እውን ብስጋ ስለ ዘለኹም፡ ዘክርዎም።
|
66,591

66,592
|
am_tg
|
ጋብቻ በሁሉ ዘንድ ክቡር፣ መኝታውም ከርኩሰት የጸዳ ይሁን፤ አምላክ ሴሰኞችንና አመንዝሮችን ይፈርድባቸዋልና።
|
ኣምላኽ ንኣመንዝራታትን ንዘመውትን ኪፈርዶም እዩ እሞ፡ መውስቦ ኣብ ኵሉ ኽቡር፡ እቲ ዓራት መውስቦ ኸኣ ዘይረኸሰ ይኹን።
|
66,593

66,594
|
am_tg
|
አኗኗራችሁ ከገንዘብ ፍቅር ነፃ ይሁን፤ ባሏችሁ ነገሮች ረክታችሁ ኑሩ። እሱ “ፈጽሞ አልተውህም፤ በምንም ዓይነት አልጥልህም” ብሏልና።
|
ንሱ፡ “ከቶ ኣይክሓድገካን፡ ከቶ እውን ኣይክጥንጥነካን እየ” ኢሉ እዩ እሞ፡ ናብራኹም ብዘይ ፍቕሪ ገንዘብ ይኹን፣ በቲ ዘሎኩም እውን ዕገቡ።
|
66,595

66,596
|
am_tg
|
ስለዚህ በሙሉ ልብ “ይሖዋ ረዳቴ ነው፤ አልፈራም። ሰው ምን ሊያደርገኝ ይችላል?” እንላለን።
|
ስለዚ፡ ተቢዕና፡ “የሆዋ ረዳእየይ እዩ፣ ኣይፈርህን እየ። ሰብከ እንታይ ከይገብረኒ፧” ክንብል ንኽእል ኢና።
|
66,597

66,598
|
am_tg
|
የአምላክን ቃል የነገሯችሁን በመካከላችሁ ሆነው አመራር የሚሰጡትን አስቡ፤ ደግሞም ምግባራቸው ያስገኘውን ውጤት በሚገባ በማጤን በእምነታቸው ምሰሏቸው።
|
ነቶም ዚመርሑኹም ዘለዉ፡ ቃል ኣምላኽ ከኣ ዝነገሩኹም ዘክርዎም፣ ኣካይዳኦም ዜምጽኦ ውጽኢት እናተቛመትኩም፡ ኣስኣሰር እምነቶም ስዓቡ።
|
66,599

Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.