Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,700
am_tg
በዘላለማዊ መንፈስ አማካኝነት ራሱን ያላንዳቜ እንኚን ለአምላክ ያቀሚበው ዚክርስቶስ ደም ሕያው ለሆነው አምላክ ቅዱስ አገልግሎት እንድናቀርብ ሕሊናቜንን ኚሞቱ ሥራዎቜ እንዎት አብልጊ አያነጻም?
ደም እቲ ብናይ ዘለኣለም መንፈስ ገይሩ ገዛእ ርእሱ ብዘይ ኣበር ንኣምላኜ ዘቕሹበ ክርስቶስ ግዳ፡ ነቲ ህያው ኣምላኜ ንምግልጋል ክንደይ ኣዝዩ ንሕልናና ኻብ ምዉት ግብርታት ዘዚንጜሆ፧
66,701
tg_am

66,702
am_tg
ዚአዲስ ቃል ኪዳን መካኚለኛ ዹሆነው በዚህ ምክንያት ነው። መካኚለኛ ዹሆነውም ዚተጠሩት ዹዘላለማዊውን ውርሻ ተስፋ ይቀበሉ ዘንድ ነው። ይህ ሁሉ ሊሆን ዚቻለው በሞቱ ዚተነሳ ሲሆን በእሱ ሞት አማካኝነት በቀድሞው ቃል ኪዳን ሥር ሆነው ሕግ በመተላለፍ ኹፈጾሟቾው ድርጊቶቜ በቀዛ ነፃ ወጥተዋል።
በዚ ምኜንያት እዚ እዩ ኻብቲ ኣብቲ ቐዳማይ ኪዳን እተገብሚ ኣበሳ ንምብጃው ዚኾውን ሞት ምስ ኰነ፡ እቶም ጜዉዓት ነታ ተስፋ ናይ ዘለኣለም ርስቲ ምእንቲ ኪቕበሉ ኢሉ፡ መንጎኛ ሓድሜ ኪዳን ዝዀነ።
66,703

66,704
am_tg
ቃል ኪዳን ሲኖር ቃል ኪዳኑን ዹፈጾመው ሰው መሞቱ መሚጋገጥ አለበትፀ
ኪዳን ኣብ ዘለዎስ፡ ሞት እቲ ኺዳን ዜቕውም ሰብ ምርግጋጜ ኣድላዪ እዩ።
66,705

66,706
am_tg
ምክንያቱም ቃል ኪዳኑን ዹፈጾመው ሰው በሕይወት እስካለ ድሚስ ቃል ኪዳኑ መቌም ተፈጻሚ ሊሆን ስለማይቜል ቃል ኪዳን ዹሚጾናው ሞትን መሠሚት በማድሚግ ነው።
ኪዳንሲ ብሞት እዩ ዚጾንዕ እምበር፡ እቲ ኺዳን ዜቕውም ሰብ ብህይወቱ ኜሳዕ ዘሎ፡ ሓንቲ እኳ ኣይጠቅምን እዩ።
66,707

66,708
am_tg
ኹዚህም ዚተነሳ ዚቀድሞው ቃል ኪዳንም ያለደም ሥራ ላይ መዋል አልጀመሚም።
ስለዚ፡ እቲ ቐዳማይ ኪዳን እኳ ብዘይ ደም ኪዓዪ ኣይጀመሚን።
66,709

66,710
am_tg
ሙሮ በሕጉ ላይ ዹሰፈሹውን እያንዳንዱን ትእዛዝ ለሕዝቡ ሁሉ ኹተናገሹ በኋላ ዚወይፈኖቜንና ዚፍዚሎቜን ደም ኚውኃ፣ ኹቀይ ሱፍና ኚሂሶጵ ጋር ወስዶ መጜሐፉንና ሕዝቡን ሁሉ ሚጭቷልፀ
ሙሮ ዅሉ ትእዛዛት ሕጊ ንዅሉ እቲ ህዝቢ ምስ ነገሮስ፡ ደም ዝራብዓትን ድቀላታትን ምስ ማይን ቀይሕ ጾምርን ሃዛብን ወሲዱ፡ ነታ መጜሓፍን ንዅሉ እቲ ህዝብን ኹምዚ እናበለ ነጺጉሉ እዩፊ
66,711

66,712
am_tg
ዹሹጹውም “አምላክ እንድትጠብቁት ያዘዛቜሁ ዹቃል ኪዳኑ ደም ይህ ነው” ብሎ ነው።
“ደም እቲ ኣምላኜ ክትሕልውዎ ዝኣዘዘኩም ኪዳን እዚ እዩ።”
66,713

66,714
am_tg
በተመሳሳይም በድንኳኑና ቅዱስ አገልግሎት በሚቀርብባ቞ው ዕቃዎቜ ሁሉ ላይ ደም ሚጭቷል።
ኚምኡ ድማ ነታ ድንኳንን ንዅሉ ኣቕሑ እቲ ቕዱስ ኣገልግሎትን ደም ነጺጉሉ እዩ።
66,715

66,716
am_tg
አዎ፣ በሕጉ መሠሚት ሁሉም ነገር ማለት ይቻላል በደም ይነጻልፀ ደም ካልፈሰሰ በስተቀር ይቅርታ ማግኘት አይቻልም።
ኚምቲ ሕጊ ኞኣ፡ ዳርጋ ዅሉ ብደም እዩ ዚነጜህ፣ ደም እንተ ዘይፈሲሱ እውን፡ ሕድገት ኣይኚውንን እዩ።
66,717

66,718
am_tg
ስለዚህ በሰማያት ላሉት ነገሮቜ ዓይነተኛ አምሳያ ዚሆኑት ሁሉ በዚህ መንገድ መንጻታ቞ው ዚግድ አስፈላጊ ነበርፀ በሰማያት ያሉት ነገሮቜ ግን ዚተሻሉ መሥዋዕቶቜ ያስፈልጓ቞ዋል።
እምበኣር፡ ምስሊ እቲ ኣብ ሰማያት ዘሎ ነገራት በዚ ኺነጜህ ግዲ እዩ ነይሩ፣ እቲ ሰማያዊ ነገራት ግና ካብዚ ዝሓሾ መስዋእቲ ዚድልዮ እዩ።
66,719

66,720
am_tg
ክርስቶስ ዚገባው በሰው እጅ ወደተሠራውና ዚእውነተኛው ቅዱስ ስፍራ አምሳያ ወደሆነው ስፍራ አይደለምናፀ ኹዚህ ይልቅ አሁን ስለ እኛ በአምላክ ፊት ይታይ ዘንድ ወደ ሰማይ ገብቷል።
ኚመይሲ፡ ክርስቶስ ሕጂ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ኪርኣዚልና ናብ ሰማይ እምበር፡ ናብታ ምስሊ እታ ናይ ሓቂ ዝዀነት ብኢድ እተገብሚት መቕደስ ኣይኰነን ዝኣተወ።
66,721

66,722
am_tg
ዚገባው ግን ሊቀ ካህናቱ ዚራሱን ሳይሆን ዚእንስሳ ደም ይዞ በዚዓመቱ ወደ ቅዱሱ ስፍራ ይገባ እንደነበሚው ራሱን ብዙ ጊዜ መሥዋዕት አድርጎ ለማቅሚብ አይደለም።
እዚ ኞኣ ኚምቲ ሊቀ ኻህናት በብዓመት ብደም ካልእ ናብ መቕደስ ዚኣቱ፡ ገዛእ ርእሱ ብዙሕ ሳዕ ምእንቲ ኬቕርብ ኣይኰነን።
66,723

66,724
am_tg
አለዚያማ ዓለም ኹተመሠሹተ ጀምሮ ብዙ ጊዜ መኚራ መቀበል ባስፈለገው ነበር። አሁን ግን ራሱን መሥዋዕት አድርጎ በማቅሚብ ኃጢአትን ለማስወገድ በሥርዓቶቹ መደምደሚያ ላይ ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ ራሱን ገልጧል።
እንተ ዘይኰነስ፡ ካብ ምስራት ዓለም ኣትሒዙ ብዙሕ ሳዕ መኚራ ኺጞግብ ምተገብኊ ነይሩ። ሕጂ ግና ብመስዋእቲ ገዛእ ርእሱ ንሓጢኣት ኬርሕቕ ኢሉ፡ ኣብ መደምደምታ እቲ ስርዓታት ሓንሳእ ንሓዋሩ ተጋሂዱ እዩ።
66,725

66,726
am_tg
ሰው ሁሉ አንድ ጊዜ መሞቱ አይቀርምፀ ኚዚያ በኋላ ግን ፍርድ ይቀበላልፀ
ኚምቲ ንሰብ ሓንሳእ ንሓዋሩ ሙማት፡ ብድሕሪኡ ግና ፍርዲ ተሰሪዑሉ ዘሎ፡
66,727

66,728
am_tg
በተመሳሳይም ክርስቶስ ዚብዙዎቜን ኃጢአት ለመሾኹም ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ መሥዋዕት ሆኖ ቀርቧልፀ ለሁለተኛ ጊዜ ዹሚገለጠውም ኃጢአትን ለማስወገድ አይደለምፀ መዳን ለማግኘት እሱን በጉጉት ዚሚጠባበቁትም ያዩታል።
ኚምኡ ኞኣ ክርስቶስ፡ ሓጢኣት ብዙሓት ምእንቲ ኺጞውር፡ ሓንሳእ ንሓዋሩ ተሰዊኡ እዩ፣ ካልኣይ ሳዕ ድማ፡ ስለ ሓጢኣት ዘይኰነስ፡ ነቶም ዚጜበይዎ ንምድሓን ኪግለጜ እዩ።
66,729

66,730
am_tg
ቀስ በቀስ እንዳንወሰድ ለሰማናቾው ነገሮቜ ኚወትሮው ዹበለጠ ትኩሚት መስጠታቜን አስፈላጊ ዹሆነው ለዚህ ነው።
ስለዚ፡ ምእንቲ ኞይንውሰድ፡ ናብቲ ዝሰማዕናዮ ኣዚና ኞነቕልብ ይግብኣና እዩ።
66,731

66,732
am_tg
በመላእክት አማካኝነት ዹተነገሹው ቃል ዹጾና መሆኑ ኹተሹጋገጠ እንዲሁም ማንኛውም አለመታዘዝና መተላለፍ ኚፍትሕ ጋር ዚሚስማማ ቅጣት ዚሚያስኚትል ኹሆነ
ኚመይሲ፡ እቲ ብመላእኜቲ እተነግሚ ቓል ጜኑዕ ካብ ዚኞውን፡ ኵሉ ኣበሳን ዘይተኣዛዝነትን ኚኣ ፍትሓዊ መቕጻዕቲ ኻብ ዚቕበል፡
66,733

66,734
am_tg
እንዲህ ያለውን ታላቅ መዳን ቾል ብንል እንዎት ኚቅጣት ልናመልጥ እንቜላለን? ይህ መዳን መጀመሪያ ጌታቜን ዹተናገሹው ሲሆን እሱን ዚሰሙት ሰዎቜም ለእኛ አሚጋግጠውልናልፀ
ንሕና ግዳ ኜንድዚ ዚኣክል ዓብዪ ድሕነት ዕሜሜ እንብል እንተ ዄንና፡ ኹመይ ጌርና ኞነምልጥ ንኜእል፧ እዝስ ብጐይታ እዩ ኺንገር ጀሚሩ፡ በቶም ዝሰምዕዎ ኞኣ ተሚጋጊጹልና፣
66,735

66,736
am_tg
አምላክም በምልክቶቜ፣ በድንቅ ነገሮቜ፣ በተለያዩ ተአምራትና ኚፈቃዱ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ዚመንፈስ ቅዱስ ስጊታዎቜን በማደል መሥክሯል።
ኣምላኜ ድማ ኹም ፍቓዱ፡ ብትእምርትን ብተኣምራትን ብእተፈላለዚ ግብርታት ሓይልን ብምዕዳል መንፈስ ቅዱስን ምሳታቶም ሓቢሩ መስኪሩ።
66,737

66,738
am_tg
ይህን ዚምንናገርለትን መጪውን ዓለምያስገዛው ለመላእክት አይደለምና።
ነታ እንዛሚበላ ዘለና እትመጜእ ዓለምሲ፡ ኣብ ትሕቲ መላእኜቲ ኣዚግዝኣን።
66,739

66,740
am_tg
ነገር ግን አንድ ምሥክር፣ አንድ ቊታ ላይ እንዲህ ብሏልፊ “ታስበው ዘንድ ሰው ምንድን ነው? ወይስ ትንኚባኚበው ዘንድ ዹሰው ልጅ ምንድን ነው?
ሓደ ግና ኣብ ሓደ ቊታ ኾምዚ ኢሉ መስኪሩ ኣሎፊ “ንስኻ እትዝክሮስ፡ ሰብ እንታይ እዩ፧ ወይስ እትሓልዚሉ፡ ወዲ ሰብ እንታይ እዩ፧
66,741

66,742
am_tg
ኚመላእክት ጥቂት አሳነስኚውፀ ዚክብርና ዚሞገስ ዘውድ ደፋህለትፀ እንዲሁም በእጆቜህ ሥራ ላይ ሟምኚው።
ካብ መላእኜቲ ቝሩብ ኣንኢስካዮ፣ ኣኜሊል ክብርን ግርማን ደፊእካሉ፣ ኣብ ልዕሊ ግብሪ ኣእዳውካ ኞኣ ሌምካዮ።
66,743

66,744
am_tg
ሁሉንም ነገር ኚእግሩ በታቜ አስገዛህለት።” አምላክ ሁሉንም ነገር ለእሱ ስላስገዛ፣ ያላስገዛለት ምንም ነገር ዚለም። ይሁንና በአሁኑ ጊዜ ሁሉም ነገር ተገዝቶለት አናይም።
ንዅሉ ኣብ ትሕቲ ኣእጋሩ ኣግዚእካዮ።” ኣምላኜ ንዅሉ ኌግዝኊ ኞሎ፡ ንዕኡ ዘዹግዝኩ ሓንቲ እኳ ኣይሓደገን። ሕጂ ግና ኵሉ ኺግዝኊ ገና ኣይንርእን ኢና ዘለና።
66,745

66,746
am_tg
ነገር ግን ኚመላእክት በጥቂቱ እንዲያንስ ተደርጎ ዹነበሹው ኢዚሱስ እስኚ ሞት ድሚስ መኚራ በመቀበሉ አሁን ዚክብርና ዚሞገስ ዘውድ ደፍቶ እናዚዋለንፀ እሱ በአምላክ ጾጋ ለሰው ሁሉ ሲል ሞትን ቀምሷል።
እቲ ኻብ መላእኜቲ ቝሩብ ዝነኣሰ ዚሱስ፡ ብጞጋ ኣምላኜ ኣብ ክንዲ ዅሉ ሞት ኪጥዕምሲ፡ ብምኜንያት መኚራ ሞቱ፡ ኣኜሊል ግርማን ክብርን ኹም ዝደፍአ ግና ንርኢ ኣለና።
66,747

66,748
am_tg
ሁሉ ነገር ዹሚኖሹው ለአምላክ ነውፀ ዹሚኖሹውም በእሱ አማካኝነት ነው። ስለዚህ አምላክ ብዙ ልጆቜን ክብር ለማጎናጾፍ ሲል ለመዳን ዚሚያበቃ቞ውን “ዋና ወኪል” በመኚራ አማካኝነት ፍጹም ማድሚጉ ዚተገባ ነበር።
ኚመይሲ፡ እቲ ዅሉ ምእንታኡ፡ ዅሉ እውን ብእኡ ዝዀነ፡ ንብዙሓት ውሉዳት ናብ ክብሪ ኌእቱ ኞሎ፡ ነቲ ቐንዲ ወኪል ድሕነቶም ብመኚራ ፍጹም ኪገብሮ ይግባእ እዩ።
66,749

66,750
am_tg
ዚሚቀድሰውም ሆነ ዚሚቀደሱት ሰዎቜ፣ ሁሉም ኚአንድ አባት ዚመጡ ና቞ውናፀ ኹዚህም ዚተነሳ እነሱን ወንድሞቜ ብሎ ለመጥራት አያፍርምፀ
እቲ ዚቕድስን እቶም ዚቕደሱንሲ፡ ኵላቶም ካብ ሓደ እዮም፣ በዚ ምኜንያት እዚ ኞኣ፡ ኣሕዋተይ ንምባሎም ኣይሓፍርን እዩ፣
66,751

66,752
am_tg
ምክንያቱም “ስምህን ለወንድሞቌ አሳውቃለሁፀ በጉባኀ መካኚልም በመዝሙር አወድስሃለሁ” ይላል።
እዚ ድማ፡ “ስምካ ንኣሕዋተይ ክነግሮም፡ ኣብ ማእኚል ጉባኀ እውን ብመዝሙር ክውድሰካ እዚ” ኺብል ኹሎ እዩ ኢልዎ።
66,753

66,754
am_tg
ደግሞም “እኔ እምነ቎ን በእሱ ላይ እጥላለሁ” ይላል። እንደገናም “እነሆ! እኔና ይሖዋ ዹሰጠኝ ልጆቜ” ይላል።
ኹም ብሓድሜ ኚኣ፡ “ኣነ ኣብኡ ኜውኚል እዚ፡” ኹም ብሓድሜ እውን፡ “እነና፡ ኣነን እቶም ዹሆዋ ዝሃበኒ ደቅን” ይብል።
66,755

66,756
am_tg
ስለዚህ እነዚህ “ልጆቜ” ሥጋና ደም ስለሆኑ እሱም ሥጋና ደም ሆነፀ ይህም ዹሆነው ለሞት ዚመዳሚግ አቅም ያለውን ዲያብሎስን በሞቱ አማካኝነት እንዳልነበሚ ያደርገው ዘንድ ነውፀ
እምበኣር፡ እቶም “ደቂ፡” ደምን ስጋን ካብ ኰኑ፡ ንሱ እውን ብተመሳሳሊ ኞማታቶም ኰይኑ እዩ። ኚምኡ ዝዀነ ኞኣ፡ ብሞቱ ነቲ ሞት ኬስዕብ ዚኜእል፡ ማለት ንድያብሎስ፡ ምእንቲ ኺስዕሮ፡
66,757

66,758
am_tg
እንዲሁም ሞትን በመፍራታ቞ው በሕይወት ዘመናቾው በሙሉ በባርነት ቀንበር ዚተያዙትን ሁሉ ነፃ እንዲያወጣ ነው።
ንዅሎም እቶም ብፍርሂ ሞት ምሉእ ህይወቶም ብባርነት ተታሒዞም ዝነበሩ ድማ ሓራ ምእንቲ ኌውጜኊም ኢሉ እዩ።
66,759

66,760
am_tg
እሱ እዚሚዳ ያለው መላእክትን እንዳልሆነ ዚታወቀ ነውናፀ ኹዚህ ይልቅ እዚሚዳ ያለው ዚአብርሃምን ዘር ነው።
ንዘርኢ ኣብርሃም እዩ ዚድግፍ ዘሎ እምበር፡ ንመላእኜትስ ኣይኰነን ዚድግፍ ዘሎ።
66,761

66,762
am_tg
ስለሆነም ለሕዝቡ ኃጢአት ዚማስተሰሚያ መሥዋዕት ለማቅሚብ በአምላክ አገልግሎት መሐሪና ታማኝ ሊቀ ካህናት ይሆን ዘንድ በሁሉ ሚገድ እንደ “ወንድሞቹ” መሆን አስፈለገው።
ስለዚ፡ ንሓጢኣት ህዝቢ ዜተዓርቕ መስዋእቲ ምእንቲ ኬቕርብ፡ ብናይ ኣምላኜ ዘበለ ድማ መሓርን እሙንን ሊቀ ኻህናት ኪኞውንሲ፡ ብዅሉ ኾም “ኣሕዋቱ” ኪኞውን ይግብኊ ነይሩ እዩ።
66,763

66,764
am_tg
በተፈተነ ጊዜ እሱ ራሱ መኚራ ስለደሚሰበት በፈተና ላይ ላሉት ሊደርስላ቞ው ይቜላል።
ንሱ ባዕሉ ኺፍተን ኹሎ መኚራ ጞጊቡ እዩ እሞ፡ ነቶም ዚፍተኑ ኺሚድኊም ይኜእል እዩ።
66,765

66,766
am_tg
ሕጉ ወደፊት ለሚመጡት መልካም ነገሮቜ ጥላ ነው እንጂ ዚእነዚህ ነገሮቜ እውነተኛ አካል አይደለምፀ ስለዚህ ሕጉ ኚዓመት ዓመት እነዚያኑ መሥዋዕቶቜ በማቅሚብ አምላክን ዚሚያመልኩትን ሰዎቜ ፍጹም ሊያደርጋ቞ው አይቜልም።
ሕጊ፡ ጜላሎት እቲ ዚመጜእ ሰናይ ነገራት ዘለዎ እምበር፡ እቲ ናይ ሓቂ ምስሊ ስለ ዘይኰነ፡ በቲ በብዓመት ብቐጻሊ ዚስዋእ ሕደ መስዋእትታት ገይሩ፡ ነቶም ዚቐርቡ ፍጹማት ኪገብር ኚቶ ኣይክእልን እዩ።
66,767

66,768
am_tg
ቢቜልማ ኖሮ መሥዋዕት ማቅሚቡን ይተዉት አልነበሹም? ምክንያቱም ቅዱስ አገልግሎት ዚሚያቀርቡት ሰዎቜ አንዮ ኚነጹ በኋላ ሕሊናቾው በጥፋተኝነት ስሜት አይወቅሳ቞ውም ነበር።
እንተ ዘይኰነስ፡ እቶም ዜገልግሉ ሓንሳእ ብምንጻሆም ደጊም ኣብ ሕልናኩም ሓጢኣት ስለ ዘይስምዖም፡ ምስዋእዶ ኣይምሓደግዎን ነይሮም፧
66,769

66,770
am_tg
ይሁንና እነዚህ መሥዋዕቶቜ ኚዓመት ዓመት ኃጢአት እንዲታወስ ያደርጋሉፀ
እኳ ደኣስ፡ እዚ መስዋእትታት እዚ ኣብ ዓዓመት መዘኚርታ ሓጢኣት እዩ፣
66,771

66,772
am_tg
ዚኮርማዎቜና ዚፍዚሎቜ ደም ኃጢአትን ማስወገድ አይቜልምና።
ኚመይሲ፡ ደም ኣብዑርን ድቀላታትን ሓጢኣት ኬርሕቕ ኣይክእልን እዩ።
66,773

66,774
am_tg
ስለዚህ ወደ ዓለም በመጣ ጊዜ እንዲህ አለ፩ “‘መሥዋዕትንና መባን አልፈለግክምፀ ኹዚህ ይልቅ አካል አዘጋጀህልኝ።
ስለዚ፡ ናብ ዓለም ኪመጜእ ኚሎ፡ ኹምዚ ይብል እዩፊ “‘ሰብነት ደኣ ኢኻ ኣዳሊኻለይ እምበር፡ መስዋእትን መባእን ኣይደለኻን።
66,775

66,776
am_tg
ሙሉ በሙሉ በሚቃጠል መባና ለኃጢአት በሚቀርብ መባ ደስ አልተሰኘህም።’
ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሓጢኣትን ባህ ኣይበለካን።’
66,777

66,778
am_tg
በዚህ ጊዜ ‘እነሆ፣ አምላክ ሆይ፣ (ስለ እኔ በመጜሐፍ ጥቅልል እንደተጻፈ) ፈቃድህን ለማድሚግ መጥቻለሁ’ አልኩ።”
ሜዑ ኞኣ ኣነ፡ ‘እነኹ፡ መጺአ። ኣብታ ጥቕልልቲ መጜሓፍ ብዛዕባይ ተጻሒፉ እዩ። ኩ ኣምላኜ፡ ፍቓድካ ኜገብር መጺአ’ ኢለ።”
66,779

66,780
am_tg
በመጀመሪያ እንዲህ አለ፩ “መሥዋዕትን፣ መባን፣ ሙሉ በሙሉ ዹሚቃጠል መባንና ለኃጢአት ዚሚቀርብ መባን አልፈለግክምፀ እንዲሁም ደስ አልተሰኘህበትም።” እነዚህ መሥዋዕቶቜ ሕጉ በሚያዝዘው መሠሚት ዚሚቀርቡ ና቞ው።
ቅድም፡ “መስዋእትን መባእን ብምሉኡ ዚሓርር መስዋእትን መስዋእቲ ሓጢኣትን ኣይደለኻን፡ ባህ እውን ኣይበለካን” ድሕሪ ምባሉ፡—እዚ ኞኣ ኚምቲ ሕጊ ጌርካ ዚቐርብ መስዋእቲ እዩ፡—
66,781

66,782
am_tg
ኚዚያም “እነሆ፣ ፈቃድህን ለማድሚግ መጥቻለሁ” አለ። ሁለተኛውን ለማቋቋም ዚመጀመሪያውን ያስወግዳል።
ድሕሪኡ፡ “እነኹ፡ ፍቓድካ ኜገብር መጺአ” ይብል እዩ። ነቲ ኻልኣይ ምእንቲ ኺስርት ኢሉ፡ ነቲ ቐዳማይ ስዒርዎ እዩ።
66,783

66,784
am_tg
በዚህ “ፈቃድ” መሠሚት ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ መሥዋዕት ሆኖ በቀሹበው ዚኢዚሱስ ክርስቶስ አካል አማካኝነት ተቀድሰናል።
በዚ “ፍቓድ” እዚ፡ በቲ ሓንሳእ ንሓዋሩ እተሰውአ ሰብነት ዚሱስ ክርስቶስ ተቐዲስና ኣለና።
66,785

66,786
am_tg
በተጚማሪም እያንዳንዱ ካህን ቅዱስ አገልግሎት ለማቅሚብና ኃጢአትን ሙሉ በሙሉ ማስወገድ ዚማይቜሉትን እነዚያኑ መሥዋዕቶቜ በዹጊዜው ለማቅሚብ ዕለት ዕለት በቊታው ይገኛል።
ካህን ዘበለ መዓልቲ መዓልቲ ቕዱስ ኣገልግሎት ኬቕርብን ሓጢኣት ምሉእ ብምሉእ ኬርሕቕ ኚቶ ዘይክእል ሕደ መስዋእቲ ብዙሕ ሳዕ ኬቕርብን ይቐውም እዩ።
66,787

66,788
am_tg
ይህ ሰው ግን ስለ ኃጢአት ለሁልጊዜ ዹሚሆን አንድ መሥዋዕት አቅርቩ በአምላክ ቀኝ ተቀምጧልፀ
እዚ ግና ምእንቲ ሓጢኣት ንሓዋሩ ሓደ መስዋእቲ ኣቕሪቡስ፡ ኣብ ዹማን ኣምላኜ ተቐሚጡ እዩ፣
66,789

66,790
am_tg
ኚዚያን ጊዜ አንስቶ ጠላቶቹ ዚእግሩ መርገጫ እስኪደሚጉ ድሚስ በመጠባበቅ ላይ ይገኛል።
ካብኡ ኣትሒዙ ጞላእቱ ድኳ እግሩ ኜሳዕ ዚዀኑ ይጜበ ኣሎ።
66,791

66,792
am_tg
እነዚያን ዚሚቀደሱትን ለሁልጊዜ ፍጹማን ያደሚጋ቞ው አንድ መሥዋዕት በማቅሚብ ነውና።
ኚመይሲ፡ ነቶም ዚቕደሱ ብሓደ መስዋእቲ እዩ ንሓዋሩ ፍጹማት ዝገበሮም።
66,793

66,794
am_tg
ኹዚህ በተጚማሪ መንፈስ ቅዱስም ስለ እኛ ይመሠክራልፀ በመጀመሪያ እንዲህ ይላልና፩
መንፈስ ቅዱስ እውን ይምስክሚልና ኣሎ፣ ኚመይሲ፡
66,795

66,796
am_tg
“‘ኚዚያ ጊዜ በኋላ ኚእነሱ ጋር ዚምገባው ቃል ኪዳን ይህ ነው’ ይላል ይሖዋ። ‘ሕግጋቮን በልባ቞ው ውስጥ አኖራለሁፀ በአእምሯ቞ውም ላይ እጜፋ቞ዋለሁ።’”
“‘ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቀት እስራኀል ዝኣትዎ ኺዳን እዚ እዩ፡’ ይብል ዚሆዋ። ‘ንሕግታተይ ኣብ ልቩም ኚእትዎ፡ ኣብ ኣእምሮኊም እውን ክጜሕፎ እዚ’” ምስ በለ፡
66,797

66,798
am_tg
በመቀጠልም “ኃጢአታ቞ውንና ዹዓመፅ ድርጊታ቞ውንም ኚእንግዲህ ወዲህ አላስታውስም” ይላል።
“ሓጢኣቶምን ዓመጻኊምን እውን ደጊም ኣይክዝክርን እዚ” ይብል እዩ።
66,799