Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
66,800
am_tg
እንግዲህ እነዚህ ይቅር ኚተባሉ፣ ኹዚህ በኋላ ለኃጢአት መባ ማቅሚብ አያስፈልግም።
እምበኣር፡ ኣብቲ ሕድገት ሓጢኣት ዘለዎ፡ ደጊም ስለ ሓጢኣት መስዋእቲ ዚልቊን።
66,801
tg_am

66,802
am_tg
ስለዚህ ወንድሞቜ፣ በኢዚሱስ ደም አማካኝነት ወደ ቅዱሱ ስፍራ በሚወስደው መንገድ ለመግባት ዚሚያስቜል ድፍሚት አግኝተናልፀ
ስለዚ፡ ኣሕዋተዚ፡ ብደም ዚሱስ ናብታ መቕደስ ንምእታው ትብዓት ካብ ሃለወና፡—
66,803

66,804
am_tg
እሱ ዹኹፈተልን ይህ መንገድ ወደ ሕይወት ዚሚመራ አዲስ መንገድ ነው። ይህን ያደሚገው በመጋሹጃው ማለትም በሥጋው በኩል በማለፍ ነውፀ
እዚ ኞኣ በቲ መጋሚጃ፡ ማለት ብስጋኡ ዝመሹቐልና ሓድሜን ህያውን መገዲ እዩ፡—
66,805

66,806
am_tg
በተጚማሪም በአምላክ ቀት ላይ ዚተሟመ ታላቅ ሊቀ ካህናት ስላለን
ኣብ ቀት ኣምላኜ እውን ዓብዪ ኻህን ካብ ሃለወና፡
66,807

66,808
am_tg
ኹክፉ ሕሊና ለመንጻት ልባቜንን ተሹጭተን እንዲሁም ሰውነታቜንን በንጹሕ ውኃ ታጥበን በቅን ልቩና እና በሙሉ እምነት ወደ አምላክ እንቅሚብ።
ልብና ኻብ ክፉእ ሕልና ብምንጻግ ነጺሁ፡ ሰብነትና እውን ብጜሩይ ማይ ተሓጺቡ፡ ብቕኑዕ ልብን ብምሉእ እምነትን ንቕሚብ።
66,809

66,810
am_tg
ዚተስፋን ቃል ዹሰጠው ዚታመነ ስለሆነ ተስፋቜንን በይፋ ለማወጅ ዚሚያስቜለንን አጋጣሚ ያላንዳቜ ማወላወል አጥብቀን እንያዝ።
እቲ ዘተስፈወና እሙን እዩ እሞ፡ ነቲ ምእማን ተስፋና ብዘይ ውልውል ኣጜኒዕና ንሓዞ።
66,811

66,812
am_tg
እንዲሁም እርስ በርስ ለፍቅርና ለመልካም ሥራዎቜ መነቃቃት እንድንቜል አንዳቜን ለሌላው ትኩሚት እንስጥፀ
ንፍቕርን ንሰናይ ግብርን ንምንቕቓሕ ኣብ ንሓድሕድና ነስተብህል።
66,813

66,814
am_tg
አንዳንዶቜ ልማድ እንዳደሚጉት መሰብሰባቜንን ቾል አንበልፀ ኹዚህ ይልቅ እርስ በርስ እንበሚታታፀ ደግሞም ቀኑ እዚቀሚበ መምጣቱን ስናይ ኚበፊቱ ይበልጥ ይህን እናድርግ።
ንሓድሕድና ንተባባዕ እምበር፡ ኚምቲ ገሊኩም ልማድ ዚገብርዎ፡ ኣኌባና ኣይንሕደግ። እታ መዓልቲ እቲኣ ትቐርብ ኹም ዘላ ኜትርእዩ ኞለኹም ኚኣ፡ ነዚ ብዝያዳ ግበርዎ።
66,815

66,816
am_tg
ዚእውነትን ትክክለኛ እውቀት ካገኘን በኋላ ሆን ብለን በኃጢአት ጎዳና ብንመላለስ ለኃጢአታቜን ዚሚቀርብ ሌላ መሥዋዕት አይኖርምፀ
ልክዕ ፍልጠት ሓቂ ምስ ተቐበልናስ፡ ፈቲና ብሓጢኣት እንተ ተመላሊስና፡ ደጊም ስለ ሓጢኣት ዚስዋእ መስዋእቲ ዚልቊን፣
66,817

66,818
am_tg
ኹዚህ ይልቅ አስፈሪ ፍርድ ይጠብቀናልፀ አምላክን ዚሚቃወሙትን ዹሚበላ ዚሚነድ ቁጣም ይኖራል።
ዚግዳስ፡ ዜፍርህ ትጜቢት ፍርድን ነቶም ተጻሚርቲ ዚበልዕ ዚነድድ ቍጥዓን እዩ ዘሎ።
66,819

66,820
am_tg
ዹሙሮን ሕግ ዚጣሰ ማንኛውም ሰው ሁለት ወይም ሊስት ሰዎቜ ኚመሠኚሩበት ያለርኅራኄ ይገደል ነበር።
ንሕጊ ሙሮ ዘፍሚሰ፡ ብምስክርነት ክልተ ወይ ሰለስተ፡ ብዘይ ርሕራሐ እዩ ዚመውት።
66,821

66,822
am_tg
ታዲያ ዹአምላክን ልጅ ዚሚገጠ፣ ዚተቀደሰበትን ዹቃል ኪዳኑን ደም እንደ ተራ ነገር ዹቆጠሹና ዹጾጋን መንፈስ በንቀት ያጥላላ ሰው ምን ያህል ዹኹፋ ቅጣት ዚሚገባው ይመስላቜኋል?
ንወዲ ኣምላኜ ዝሚገጞ፡ ነቲ እተቐደሰሉ ደም ኪዳን ኚኣ ኹም ተራ ዝቘጞሚ፡ ንመንፈስ ጾጋ እውን ብንዕቀት ዘቘጥዐ ግዳ ኜንደይ ዝገደደ መቕጻዕቲ ዘይግብኊ ይመስለኩም፧
66,823

66,824
am_tg
“በቀል ዚእኔ ነውፀ እኔ ብድራትን እመልሳለሁ” ያለውን እናውቀዋለንና። ደግሞም “ይሖዋ ሕዝቡን ይዳኛል።”
ነቲ፡ “ሕነ ናተይ እዩ፣ ኣነ ኜፈድዮ እዚ፡” ደጊሙ ኞኣ፡ “ዹሆዋ ንህዝቡ ኺፈርዶ እዩ” ዝበለስ ንፈልጩ ኢና።
66,825

66,826
am_tg
በሕያው አምላክ እጅ መውደቅ ዚሚያስፈራ ነገር ነው።
ኣብ ኢድ እቲ ህያው ኣምላኜ ምውዳቕ፡ ዜፍርህ እዩ።
66,827
tg_am
ኣብ ኢድ እቲ ህያው ኣምላኜ ምውዳቕ፡ ዜፍርህ እዩ።
በሕያው አምላክ እጅ መውደቅ ዚሚያስፈራ ነገር ነው።
66,828
am_tg
ይሁን እንጂ ብርሃን ኚበራላቜሁ በኋላ በመኚራ ውስጥ በኹፍተኛ ተጋድሎ ዚጞናቜሁበትን ዚቀድሞውን ጊዜ ዘወትር አስታውሱ።
ነተን ብርሃን ምስ በርሃልኩም፡ ብርቱዕ ቃልስን መኚራን እተጻወርኩምለን ቀዳሞት መዓልትታት ግና ዘክርወን።
66,829

66,830
am_tg
በአደባባይ ለነቀፋና ለመኚራ ዚተጋለጣቜሁባ቞ው ጊዜያት ነበሩፀ ደግሞም እንዲህ ዓይነት ሁኔታ ዚደሚሰባ቞ውን ሰዎቜ መኚራ ዚተጋራቜሁባ቞ው ጊዜያት ነበሩ።
ኣብ ገሊኡ እዋን ንጾርፍን ንጞበባን ተቓሊዕኩም ኔርኩም ኢኹም፣ ኣብ ገሊኡ እዋን ኚኣ መማቕልቲ እቶም ኹምዚ ዝኣመሰለ ዝበጜሖም ኎ንኩም ኢኹም።
66,831

66,832
am_tg
እናንተ ራሳቜሁ ዚተሻለና ዘላቂ ዹሆነ ንብሚት እንዳላቜሁ ስለምታውቁ በእስር ላይ ላሉት ራራቜሁላ቞ውፀ እንዲሁም ንብሚታቜሁ ሲዘሚፍ ሁኔታውን በደስታ ተቀበላቜሁ።
ዚሓይሜን ዚነብርን ገንዘብ ኹም ዘሎኩም ፈሊጥኩም፡ ነቶም እሱራት ደንጊጜኩምሎም፡ ንምዝማት ንብሚትኩም ድማ ብሓጐስ ተቐቢልኩምዎ ኢኹም።
66,833

66,834
am_tg
እንግዲህ ትልቅ ወሮታ ዚሚያስገኘውን በድፍሚት ዹመናገር ነፃነታቜሁን አሜቀንጥራቜሁ አትጣሉት።
እምበኣር፡ ነቲ ብዙሕ ዓስቢ ዘለዎ ናይ ምዝራብ ትብዓትኩም ኣይትደርብይዎ።
66,835

66,836
am_tg
ዹአምላክን ፈቃድ ኚፈጞማቜሁ በኋላ ዚተስፋው ቃል ሲፈጞም ማዚት እንድትቜሉ መጜናት ያስፈልጋቜኋልና።
ፍቓድ ኣምላኜ ምስ ገበርኩም፡ ነታ ተስፋ ምእንቲ ኜትሚኜብዋስ፡ ተጻዋርነት ዚድልዚኩም ኣሎ።
66,837

66,838
am_tg
ምክንያቱም “ለጥቂት ጊዜ ነው” እንጂ “ዚሚመጣው እሱ ይመጣልፀ ደግሞም አይዘገይም።”
ኚመይሲ፡ ድሕሪ “ኣዝዩ ቝሩብ ግዜ፡” “እቲ ዚመጜእ ኪመጜእ እዩ፡ ኣይኪድንጕን ኚኣ እዩ።”
66,839

66,840
am_tg
“ሆኖም ጻድቅ አገልጋዬ በእምነት ይኖራል”ፀ ደግሞም “ወደኋላ ቢያፈገፍግ በእሱ ደስ አልሰኝም።”
“ጻድቐይ ግና ብእምነት ይነብር፡” ድማ “እንተ ኣድሓርሒሩ፡ ኣነ ብእኡ ባህ ኣይብለንን እዩ።”
66,841

66,842
am_tg
እንግዲህ እኛ በሕይወት ዚሚያኖር እምነት እንዳላ቞ው ሰዎቜ ነን እንጂ ወደ ጥፋት እንደሚያፈገፍጉ ሰዎቜ አይደለንም።
ንሕናስ ምስቶም ህይወቶም ንምድሓን ዚኣምኑ እምበር፡ ምስቶም ናብ ጥፍኣት ዜድሓርሕሩ ኣይኰንናን።
66,843

66,844
am_tg
ኚሰዎቜ መካኚል ዹተመሹጠ እያንዳንዱ ሊቀ ካህናት ለኃጢአት መባና መሥዋዕት ያቀርብ ዘንድ እነሱን በመወኹል ዹአምላክን አገልግሎት ለማኹናወን ይሟማል።
ካብ ሰባት እተወስደ ሊቀ ኻህናት ዘበለስ፡ ስለ ሓጢኣት መባእን መስዋእትን ኬቕርብ፡ ብናይ ኣምላኜ ነገር፡ ምእንታኊም እዩ ዚሜዚም።
66,845

66,846
am_tg
እሱ ራሱ ድክመት ስላለበት አላዋቂ ዚሆኑትንና ዚሚሳሳቱትን በርኅራኄ ሊይዛቾው ይቜላልፀ
ንሱ እውን ድኻም ስለ ዘለዎ፡ ነቶም ደናቝርን ዚጋገዩን ኪርሕርሓሎም ይኜእል እዩ።
66,847

66,848
am_tg
በዚህም ዚተነሳ ለሕዝቡ ዚኃጢአት መባ እንደሚያቀርብ ሁሉ ለራሱም ለማቅሚብ ይገደዳል።
ስለዚ ድማ፡ ኚምቲ ምእንቲ ህዝቢ፡ ኚምኡ እውን ምእንቲ ርእሱ ስለ ሓጢኣት ኪስውእ ይግብኊ እዩ።
66,849

66,850
am_tg
አንድ ሰው ይህን ዚክብር ቊታ ዚሚያገኘው እንደ አሮን፣ አምላክ ሲጠራው ብቻ ነው እንጂ በራሱ ፈቃድ አይደለም።
ኹም ኣሮን፡ ብኣምላኜ ምስ ተጾውዐ ደኣ እምበር፡ ነዚ ኜብሪ እዚ ባዕሉ ዚወስዶ ሓደ እኳ ዚልቊን።
66,851

66,852
am_tg
ክርስቶስም ሊቀ ካህናት በመሆን ራሱን ኹፍ ኹፍ አላደሚገምፀ ኹዚህ ይልቅ “አንተ ልጄ ነህፀ እኔ ዛሬ ወለድኩህ” ብሎ ስለ እሱ ዚተናገሚው፣ ኹፍ ኹፍ አደሚገው።
ኚምኡ ድማ ክርስቶስ ባዕሉ ሊቀ ኻህናት ብምዃን ርእሱ ኣዚኜበሚን፣ ዚግዳስ፡ እቲ ብዛዕባኡ፡ “ንስኻ ወደይ ኢኻ፣ ኣነ ሎሚ ወሊደካ” ዝበለ እዩ ኣኜቢርዎ።
66,853

66,854
am_tg
ደግሞም በሌላ ቊታ ላይ “እንደ መልኚጌዎቅ፣ አንተ ለዘላለም ካህን ነህ” ብሏል።
ኣብ ካልእ ቊታ እውን፡ “ንስኻ ኾም ስርዓት መልኚጌዎቅ ንዘለኣለም ካህን ኢኻ” ይብል።
66,855

66,856
am_tg
ክርስቶስ በምድር ላይ በኖሚበት ዘመን ኚሞት ሊያድነው ለሚቜለው በኹፍተኛ ለቅሶና እንባ ምልጃና ልመና አቀሚበፀ አምላካዊ ፍርሃት ስለነበሚውም ጞሎቱ ተሰማለት።
ክርስቶስ ኣብ ምድሪ ኣብ ዝነበሹሉ እዋን፡ ብብርቱዕ ኣውያትን ንብዓትን ናብቲ ኻብ ሞት ኬድሕኖ ዚኜእል፡ ምህለላን ልማኖን ኣቕሪቡ እዩ፣ ንኣምላኜ ብምፍራሁ ኞኣ ተሰሚዑ እዩ።
66,857

66,858
am_tg
ልጅ ቢሆንም እንኳ ኚደሚሰበት መኚራ መታዘዝን ተማሚ።
ወዲ እኳ ኜነሱ፡ በቲ ዘሕለፎ መኚራ ተኣዛዝነት ተማሂሩ እዩ።
66,859
tg_am
ወዲ እኳ ኜነሱ፡ በቲ ዘሕለፎ መኚራ ተኣዛዝነት ተማሂሩ እዩ።
ልጅ ቢሆንም እንኳ ኚደሚሰበት መኚራ መታዘዝን ተማሚ።
66,860
am_tg
በዚህም ፍጹም ኹሆነ በኋላ ዚሚታዘዙት ሁሉ ዘላለማዊ መዳን እንዲያገኙ ምክንያት ሆነላ቞ውፀ
ፍጹም ምስ ኰነ ኞኣ፡ ንዅሎም እቶም ዚእዘዝዎ ዘበሉ ንናይ ዘለኣለም ድሕነቶም ምኜንያት ኰይኑ እዩ፣
66,861

66,862
am_tg
ምክንያቱም ኚመልኚጌዎቅ ጋር በሚመሳሰል ሁኔታ አምላክ ሊቀ ካህናት አድርጎ ሟሞታል።
ስለምንታይሲ፡ ኹም ስርዓት መልኚጌዎቅ ሊቀ ኻህናት ኪኞውን ብኣምላኜ ተሰይሙ እዩ።
66,863

66,864
am_tg
እሱን በተመለኹተ ብዙ ዹምንናገሹው ነገር አለንፀ ይሁንና ጆሯቜሁ ስለደነዘዘ ለማስሚዳት በጣም አስ቞ጋሪ ነው።
ብዛዕባኡ ብዙሕ እንብሎ ነይሩናስ፡ ንምስማዕ ድንዙዛት ስለ ዝዀንኩም፡ ንምግላጹ ኣጞጋሚ እዩ።
66,865

66,866
am_tg
በአሁኑ ጊዜ አስተማሪዎቜ ልትሆኑ ይገባቜሁ ዹነበሹ ቢሆንም ዹአምላክን ቅዱስ መልእክት መሠሚታዊ ነገሮቜ እንደገና ኚመጀመሪያ ጀምሮ ዚሚያስተምራቜሁ ሰው ትፈልጋላቜሁፀ ደግሞም ጠንካራ ምግብ ኚመመገብ ይልቅ እንደገና ወተት መፈለግ ጀምራቜኋል።
ክሳዕ ሕጅስ መምህራን ክትኰኑ ዚግብኣኩም እኳ እንተ ነበሚ፡ ነቲ መባእታዊ ነገራት እቲ ቕዱስ ቃል ኣምላኜ ካብ መጀመርታ ኾም ብሓድሜ ዚምህሚኩም ዚድልዚኩም ኣሎ፣ ዕጹም ብልዒ ዘይኰነስ፡ ጞባ ዜድልዚኩም ኎ንኩም ኣለኹም።
66,867

66,868
am_tg
ወተት ዚሚጋት ሁሉ ሕፃን ስለሆነ ኚጜድቅ ቃል ጋር ትውውቅ ዚለውም።
ጞባ ዚቕለብ ዘበለ፡ ሕጻን እዩ እሞ፡ ብዛዕባ ቓል ጜድቂ ምኩር ኣይኰነን።
66,869

66,870
am_tg
ጠንካራ ምግብ ግን ትክክልና ስህተት ዹሆነውን ነገር መለዚት እንዲቜሉ ዚማስተዋል ቜሎታ቞ውን በማሠራት ላሠለጠኑ ጎልማሳ ሰዎቜ ነው።
ዕጹም ብልዒ ግና ነቶም ቅኑዕን ጌጋን ንምፍላይ ብተመክሮ ልቩናኩም ዘሰልጠኑ ብሱላት እዩ።
66,871

66,872
am_tg
ስለዚህ ወደ እሚፍቱ ዚመግባት ተስፋ አሁንም ስላለ ኚእናንተ መካኚል ማንም ለዚያ ዹማይበቃ ሆኖ እንዳይገኝ እንጠንቀቅ።
እምበኣር፡ ናብ ዕሚፍቱ ንምእታው ተስፋ ኻብ ዚተርፈልና፡ ሓደ ኻባኻትኩም ዘይበቅዕ መሲሉ ኾይህሉ ንፍራህ።
66,873

66,874
am_tg
ለአባቶቻቜን ተሰብኮ እንደነበሚው ሁሉ ምሥራቹ ለእኛም ተሰብኳልናፀ እነሱ ግን ሰምተው ዚታዘዙት ሰዎቜ ዚነበራ቞ው ዓይነት እምነት ስላልነበራ቞ው ዚሰሙት ቃል አልጠቀማ቞ውም።
ንዓና እውን፡ ኚምቲ ንዓታቶም፡ ብስራት ተሰቢኹልና እዩ፣ ንሳቶም ኚምቲ ናይቶም ዝሰምዑ ዓይነት እምነት ስለ ዘይነበሮም ግና፡ እቲ ዝሰምዕዎ ቓል ኣይጠቐሞምን።
66,875

66,876
am_tg
እኛ ግን እምነት በማሳዚታቜን ወደዚህ እሚፍት እንገባለን። ምንም እንኳ ዚእሱ ሥራ ዓለም ኚተመሠሚተበት ጊዜ ጀምሮ ዹተጠናቀቀ ቢሆንም “‘ወደ እሚፍ቎ አይገቡም’ ብዬ በቁጣዬ ማልኩ” ብሏል።
ግብሩ ኻብ ምስራት ዓለም ተወዲኡ ኜነሱ፡ ኚምቲ፡ “ስለዚ፡ ብቝጥዓይ፡ ‘ናብ ዕሹፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም’ ኢለ ምሒለ” ዝበለ፡ ንሕና እንኣምንሲ ናብ ዕሚፍቱ ንኣቱ ኢና።
66,877

66,878
am_tg
በአንድ ቊታ ላይ ሰባተኛውን ቀን አስመልክቶ “አምላክም በሰባተኛው ቀን ኚሥራው ሁሉ አሹፈ” ብሏልናፀ
ብዛዕባ እታ ሻውዐይቲ መዓልቲ፡ ኣብ ሓደ ቊታ፡ “ኣምላኜ ድማ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ኻብ ኵሉ እቲ ግብሩ ዓሹፈ” ይብል፣
66,879

66,880
am_tg
እንደገና እዚህ ላይ “ወደ እሚፍ቎ አይገቡም” ብሏል።
ኣብዚ ኞኣ መሊሱ፡ “ናብ ዕሹፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም” ይብል።
66,881
tg_am
ኣብዚ ኞኣ መሊሱ፡ “ናብ ዕሹፍተይ ኣይኪኣትዉን እዮም” ይብል።
እንደገና እዚህ ላይ “ወደ እሚፍ቎ አይገቡም” ብሏል።
66,882
am_tg
ስለዚህ ገና ወደ እሚፍቱ ዚሚገቡ ስላሉና መጀመሪያ ምሥራቹ ዹተሰበኹላቾው ባለመታዘዛ቞ው ምክንያት ሳይገቡ ስለቀሩ
እምበኣር፡ ገሊኩም ዚኣትውዋ ተሪፋ ስለ ዘላ፡ እቶም ቅድም እተበሰሩ ድማ ብሰሪ ዘይተኣዛዝነት ካብ ዘይኣትውዋ፡
66,883

66,884
am_tg
ኹሹጅም ጊዜ በኋላ በዳዊት መዝሙር ላይ “ዛሬ” በማለት እንደገና አንድን ቀን መደበፀ ይህም ቀደም ሲል “ዛሬ ድምፁን ዚምትሰሙ ኹሆነ ልባቜሁን አታደንድኑ” እንደተባለው ነው።
ድሕሪ ነዊሕ ግዜ፡ ኣብ መዝሙር ዳዊት፡ “ሎሚ” ብምባሉ፡ ኹም ብሓድሜ ሓንቲ መዓልቲ መዲቡ ኣሎ፣ እዚ ኞኣ ኚምቲ ኣቐዲምካ፡ “ሎሚ ድምጹ እንተ ሰሚዕኩም፡ ልብኹም ኣይተትርሩ” እተባህለ እዩ።
66,885

66,886
am_tg
ኢያሱ ወደ እሚፍት ቊታ እዚመራ አስገብቷ቞ው ቢሆን ኖሮ አምላክ ኚዚያ በኋላ ስለ ሌላ ቀን ባልተናገሚ ነበር።
እያሱ ናብ መዕሹፊ መሪሕዎም እንተ ዚኞውንሲ፡ ኣምላኜ ድሕሪኡ ብዛዕባ ኻልእ መዓልቲ ኣይምተዛሚበን ነይሩ።
66,887

66,888
am_tg
ስለዚህ ዹአምላክ ሕዝብ ዚሰንበት እሚፍት ገና ይቀሚዋል።
እምበኣር፡ ንህዝቢ ኣምላኜ ዕሚፍቲ ሰንበት ተሪፋትሎም ኣላ።
66,889
tg_am
እምበኣር፡ ንህዝቢ ኣምላኜ ዕሚፍቲ ሰንበት ተሪፋትሎም ኣላ።
ስለዚህ ዹአምላክ ሕዝብ ዚሰንበት እሚፍት ገና ይቀሚዋል።
66,890
am_tg
ወደ አምላክ እሚፍት ዚገባ ሰው አምላክ ኚሥራው እንዳሚፈ ሁሉ እሱም ኚሥራው አርፏልና።
እቲ ኣብ ዕሚፍቱ ዝኣተወስ፡ ኚምቲ ኣምላኜ ካብ ግብሩ ዝዓሚፈ፡ ንሱ እውን ካብ ግብሩ ዓሪፉ ኣሎ።
66,891

66,892
am_tg
ስለዚህ ማንም ዚእነዚያን ያለመታዘዝ ምሳሌ ተኚትሎ እንዳይወድቅ ወደዚያ እሚፍት ለመግባት ዚተቻለንን ሁሉ እናድርግ።
እምበኣር፡ ሓደ እኳ ኣርኣያ እቲ ዘይተኣዛዝነት ስዒቡ ምእንቲ ኞይወድቕ፡ ናብታ ዕሚፍቲ እቲኣ ኜንኣቱ ንጜዓር።
66,893

66,894
am_tg
ዹአምላክ ቃል ሕያውና ኃይለኛ ነውፀ በሁለት በኩል ስለት ካለው ኚዚትኛውም ሰይፍ ዹበለጠ ስለታም ነውፀ ነፍስንና መንፈስን እንዲሁም መገጣጠሚያንና መቅኒን እስኪለያይ ድሚስ ሰንጥቆ ይገባልፀ ዚልብንም ሐሳብና ዓላማ መሚዳት ይቜላል።
ቃል ኣምላኜ ህያውን ዚዓይን እዩ፡ ካብ ክልተ ዝኣፉ ሰይፊ እውን ዚበልሕ እዩ፣ ነፍስን መንፈስን፡ መላግቩን ኣንጕዕን ክሳዕ ዚፈላሊ ዚስንጥቕ፡ ልቢ ዚሓስቊን ዚሕልኖን ኚኣ ዚመሚ እዩ።
66,895

66,896
am_tg
ደግሞም ኹአምላክ እይታ ዹተሰወሹ አንድም ፍጥሚት ዚለምፀ ይልቁንም ተጠያቂዎቜ በሆንበት በእሱ ዓይኖቜ ፊት ሁሉም ነገር ዚተራቆተና ገሃድ ዚወጣ ነው።
ኵሉ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ጞብጻብ እንህቊ ቕሉዕን ግሁድን እዩ እምበር፡ ኣብ ቅድሚኡ ዚሕባእ ፍጥሚት ዚልቊን።
66,897

66,898
am_tg
እንግዲህ ወደ ሰማያት ዚገባ ታላቅ ሊቀ ካህናት ይኾውም ዹአምላክ ልጅ ኢዚሱስ እንዳለን ስለምናውቅ በእሱ ላይ እምነት እንዳለን ምንጊዜም በይፋ እንናገር።
እምበኣር፡ ብሰማያት ዝሓለፈ ዓብዪ ሊቀ ኻህናት፡ ንሱ ድማ ዚሱስ ወዲ ኣምላኜ፡ ካብ ዚህልወና፡ ነቲ ብዛዕባኡ እንእመኖ ኣጜኒዕና ንሓዞ።
66,899