Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,000
am_tg
ከመልከጼዴቅ ጋር በሚመሳሰል ሁኔታ ለዘላለም ሊቀ ካህናት የሆነው ኢየሱስ ፈር ቀዳጅ ሆኖ ስለ እኛ ወደዚያ ገብቷል።
ኣብኡ ኸኣ እቲ ኸም ስርዓት መልከጼዴቅ ንዘለኣለም ሊቀ ኻህናት ዝዀነ የሱስ ምእንታና ቕድሜና ኣትዩ ኣሎ።
67,001
tg_am

67,002
am_tg
እንግዲህ የምንናገረው ነገር ዋና ነጥብ ይህ ነው፦ በሰማያት በግርማዊው ዙፋን ቀኝ የተቀመጠ እንዲህ ያለ ሊቀ ካህናት አለን፤
ቀንዲ ነጥቢ እቲ እንብሎ ዘሎና ኸኣ እዚ እዩ፦ ከምዚ ዝኣመሰለ ሊቀ ኻህናት ኣሎና፣ ንሱ ድማ ኣብ ሰማያት ኣብ የማን ዝፋን ግርማ ተቐሚጡ ኣሎ፣
67,003

67,004
am_tg
እሱም የቅዱሱ ስፍራና የእውነተኛው ድንኳን አገልጋይ ነው፤ ይህም ድንኳን በሰው ሳይሆን በይሖዋ የተተከለ ነው።
ናይታ ሰብ ዘይኰነስ፡ የሆዋ ዝተኸላ መቕደስን ድንኳን ሓቅን ኣገልጋሊ እውን እዩ።
67,005

67,006
am_tg
እያንዳንዱ ሊቀ ካህናት የሚሾመው ስጦታና መሥዋዕት ለማቅረብ ነውና፤ በመሆኑም ይሄኛው ሊቀ ካህናትም የሚያቀርበው ነገር ያስፈልገዋል።
ሊቀ ኻህናት ዘበለስ መባእን መስዋእትን ኬቕርብ እዩ ዚሽየም፣ ስለዚ፡ እዚ እውን ገለ ዜቕርቦ ኺህልዎ ይግባእ እዩ።
67,007

67,008
am_tg
እሱ ምድር ላይ ቢሆን ኖሮ ካህን ባልሆነ ነበር፤ ምክንያቱም ሕጉ በሚያዘው መሠረት ስጦታ የሚያቀርቡ ሰዎች አሉ።
ኣብ ምድሪ እንተ ዚኸውን፡ ከም ሕጊ ገይሮም መባእ ዜቕርቡ ስለ ዘለዉ፡ ካህን ኣይምዀነን ነይሩ።
67,009

67,010
am_tg
እነዚህ ሰዎች ለሰማያዊ ነገሮች ዓይነተኛ አምሳያና ጥላ የሆነ ቅዱስ አገልግሎት ያቀርባሉ፤ ይህም የሆነው ሙሴ ድንኳኑን ለመሥራት በተዘጋጀ ጊዜ “በተራራው ላይ ተገልጦልህ ባየኸው ንድፍ መሠረት ሁሉንም ነገር በጥንቃቄ ሥራ” ተብሎ ከተሰጠው መለኮታዊ ትእዛዝ ጋር በሚስማማ ሁኔታ ነው።
እዚኣቶም ኣብ ምስልን ጽላሎትን እቲ ሰማያዊ ነገራት እዮም ዜገልግሉ፣ ከምቲ ሙሴ ነታ ድንኳን ኪገብር ምስ በለ እተዋህቦ መለኮታዊ ትእዛዝ እዩ፣ ከመይሲ፡ “ኵሉ ኸምቲ ኣብቲ ኸረን እተራእየካ ምስልታቱ ጌርካ ተጠንቂቕካ ግበሮ” ኢልዎ እዩ።
67,011

67,012
am_tg
ይሁንና ኢየሱስ እጅግ የላቀ አገልግሎት ተቀብሏል፤ ልክ እንደዚሁም ለተሻለ ቃል ኪዳን መካከለኛ ሆኗል፤ ይህም ቃል ኪዳን በተሻሉ ተስፋዎች ላይ በሕግ የጸና ነው።
ሕጂ ግና የሱስ ዝበለጸ ኣገልግሎት ረኺቡ ኣሎ፣ ከምኡ ድማ መንጎኛ እቲ ኣብ ዝሓሸ ተስፋታት ብሕጊ እተሰረተ ዝሓሸ ኺዳን እዩ።
67,013

67,014
am_tg
የመጀመሪያው ቃል ኪዳን ምንም ጉድለት ባይኖረው ኖሮ ሁለተኛ ቃል ኪዳን ባላስፈለገ ነበር።
እቲ ቐዳማይ ኪዳን ኣበር እንተ ዘይህልዎ፡ እቲ ኻልኣይ ኣይመድለየን ነይሩ።
67,015

67,016
am_tg
አምላክ በሕዝቡ ላይ ጉድለት ስላገኘ እንዲህ ብሎ ተናግሯልና፦ “‘እነሆ፣ ከእስራኤል ቤትና ከይሁዳ ቤት ጋር አዲስ ቃል ኪዳን የምገባበት ጊዜ ይመጣል’ ይላል ይሖዋ።
ከመይሲ፡ ከምዚ ኺብል ከሎ ይነቕፎም እዩ፦ “‘እንሆ፡ ምስ ቤት እስራኤልን ምስ ቤት ይሁዳን ሓድሽ ኪዳን ዝኣትወለን መዓልትታት ይመጻ ኣለዋ’ ይብል የሆዋ።
67,017

67,018
am_tg
‘ይህም ቃል ኪዳን አባቶቻቸውን እጃቸውን ይዤ ከግብፅ ምድር እየመራሁ ባወጣኋቸው ቀን ከእነሱ ጋር እንደገባሁት ዓይነት ቃል ኪዳን አይሆንም፤ ምክንያቱም እነሱ በቃል ኪዳኔ አልጸኑም፤ በመሆኑም ችላ አልኳቸው’ ይላል ይሖዋ።
‘ከምቲ ኣብታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ብኢዶም ሒዘ ዘውጻእክዎም መዓልቲ ምስ ኣቦታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኣይኰነን፣ ብኺዳነይ ስለ ዘይጸንዑ፡ ኣነ እውን ብዛዕባኦም ምግዳስ ገዲፈዮ’ ይብል የሆዋ።
67,019

67,020
am_tg
“‘ከዚያ ጊዜ በኋላ ከእስራኤል ቤት ጋር የምገባው ቃል ኪዳን ይህ ነውና’ ይላል ይሖዋ። ‘ሕግጋቴን በአእምሯቸው ውስጥ አኖራለሁ፤ በልባቸውም ላይ እጽፋቸዋለሁ። እኔም አምላካቸው እሆናለሁ፤ እነሱም ሕዝቤ ይሆናሉ።
“‘ድሕሪ እተን መዓልትታት እቲአን ምስ ቤት እስራኤል ዝኣትዎ ኺዳንሲ እዚ እዩ፡’ ይብል የሆዋ። ‘ንሕግታተይ ኣብ ኣእምሮኦም ከእትዎ፡ ኣብ ልቦም እውን ክጽሕፎ እየ። ኣነ ኣምላኾም ክኸውን እየ፣ ንሳቶም እውን ህዝበይ ኪዀኑ እዮም።
67,021

67,022
am_tg
“‘እነሱም እያንዳንዳቸው የአገራቸውን ሰው፣ እያንዳንዳቸውም ወንድማቸውን “ይሖዋን እወቅ!” ብለው ከእንግዲህ አያስተምሩም። ከትንሹ አንስቶ እስከ ትልቁ ድረስ ሁሉም ያውቁኛልና።
“‘ካብ ንእሽቶኦም ክሳዕ ዓብዪኦም ኵላቶም ኪፈልጡኒ እዮም እሞ፡ ነፍሲ ወከፍ ንወዲ ዓዱን ነፍሲ ወከፍ ንሓዉን፡ “ንየሆዋ ፍለጦ” ኢሉ ኣይኪምህሮን እዩ።
67,023

67,024
am_tg
ለክፉ ሥራቸው ምሕረት አደርግላቸዋለሁና፤ ኃጢአታቸውንም ከእንግዲህ ወዲህ አላስታውስም።’”
ከመይሲ፡ ዓመጻኦም ክምሕር፡ ሓጢኣቶም እውን ደጊም ኣይክዝክርን እየ።’”
67,025

67,026
am_tg
“አዲስ ቃል ኪዳን” ሲል የቀድሞውን ቃል ኪዳን ጊዜ ያለፈበት አድርጎታል። ስለዚህ ጊዜ ያለፈበትና እያረጀ ያለው ቃል ኪዳን ሊጠፋ ተቃርቧል።
“ሓድሽ ኪዳን” ብምባሉ፡ ነቲ ቐዳማይ ኣእሪግዎ እዩ። እቲ ዝኣረገን ዝበለየን ከኣ ኪጠፍእ ቀሪቡ እዩ።
67,027

67,028
am_tg
የአምላክና የጌታ ኢየሱስ ክርስቶስ ባሪያ የሆነው ያዕቆብ፣ በየቦታው ለተበተኑት ለ12ቱ ነገዶች፦ ሰላምታ ይድረሳችሁ!
ካብቲ ናይ ኣምላኽን ናይ ጐይታና የሱስ ክርስቶስን ባርያ ዝዀነ ያእቆብ፡ ናብቶም ፋሕ ኢሎም ዘለዉ 12 ነገዳት፦ ሰላም።
67,029

67,030
am_tg
ወንድሞቼ ሆይ፣ ልዩ ልዩ ፈተና ሲደርስባችሁ እንደ ሙሉ ደስታ ቁጠሩት፤
ኣሕዋተየ፡ እተፈላለየ ፈተናታት እንተ በጺሑኩም፡ ከም ምሉእ ሓጐስ ቍጸርዎ።
67,031

67,032
am_tg
ይህን ስታደርጉ ተፈትኖ የተረጋገጠው እምነታችሁ ጽናት እንደሚያስገኝ ታውቃላችሁ።
ከምኡ ኽትገብሩ ኸለኹም፡ እቲ ፍቱን እምነትኩም፡ ተጻዋርነት ከም ዜፍርየልኩም ፍለጡ።
67,033

67,034
am_tg
ይሁንና በሁሉም ረገድ ምንም የማይጎድላችሁ ፍጹማንና እንከን የለሽ እንድትሆኑ ጽናት ሥራውን ሙሉ በሙሉ ይፈጽም።
ብሓንቲ እኳ ኸይጐደልኩም ፍጹማትን ምሉእ ብምሉእ ጥዑያትን ምእንቲ ኽትኰኑ ግና፡ ተጻዋርነት ዕዮኣ ትፈጽም።
67,035

67,036
am_tg
እንግዲህ ከእናንተ መካከል ጥበብ የጎደለው ሰው ካለ አምላክን ያለማሰለስ ይለምን፤ አምላክ ማንንም ሳይነቅፍ ለሁሉም በልግስና ይሰጣልና፤ ይህም ሰው ይሰጠዋል።
ሓደ ኻባኻትኩም ጥበብ እንተ ጐዲላቶ ኸኣ፡ ነቲ ኸይነቐፈ ንዅሉ ብልግሲ ዚህብ ኣምላኽ ይለምኖ፣ ኪውሃቦ እውን እዩ።
67,037

67,038
am_tg
ሆኖም ምንም ሳይጠራጠር በእምነት መለመኑን ይቀጥል፤ የሚጠራጠር ሰው በነፋስ እንደሚገፋና እንደሚናወጥ የባሕር ማዕበል ነውና።
ግናኸ፡ ከይተጠራጠረ ብእምነት ይለምን፣ ከመይሲ፡ እቲ ዚጠራጠር፡ ከምቲ ብንፋስ ዚድፋእን ዚናወጽን ማዕበል ባሕሪ እዩ።
67,039

67,040
am_tg
እንዲያውም እንዲህ ዓይነቱ ሰው ከይሖዋ አንዳች ነገር አገኛለሁ ብሎ መጠበቅ የለበትም፤
እቲ ሰብ እትስ ካብ የሆዋ ገለ ዚቕበል ኣይምሰሎ፣
67,041

67,042
am_tg
ይህ ሰው በሁለት ሐሳብ የሚዋልልና በመንገዱ ሁሉ የሚወላውል ነው።
ንሱ ኣብ ኵሉ መገዱ ጽኑዕ ዘይኰነ፡ ተወላዋሊ ሰብ እዩ።
67,043

67,044
am_tg
ይሁንና ዝቅ ያለው ወንድም ከፍ በመደረጉ ደስ ይበለው፤
እቲ ትሑት ሓው ግና ልዕል ብምባሉ ይተሓጐስ፣
67,045
tg_am
እቲ ትሑት ሓው ግና ልዕል ብምባሉ ይተሓጐስ፣
ይሁንና ዝቅ ያለው ወንድም ከፍ በመደረጉ ደስ ይበለው፤
67,046
am_tg
እንዲሁም ባለጸጋ የሆነው ዝቅ በመደረጉ ደስ ይበለው፤ ምክንያቱም ባለጸጋ ሰው እንደ ሜዳ አበባ ይረግፋል።
እቲ ሃብታም እውን፡ ከም ዕምባባ መሮር ስለ ዚሓልፍ፡ ትሕት ብምባሉ ይፈሳህ።
67,047

67,048
am_tg
ፀሐይ ወጥታ በኃይለኛ ሙቀቷ ተክሉን ታጠወልጋለች፤ አበባውም ይረግፋል፤ ውበቱም ይጠፋል፤ ባለጸጋ ሰውም ልክ እንደዚሁ በዕለት ተዕለት ተግባሩ ሲዋትት ከስሞ ይጠፋል።
ከመይሲ፡ ከምቲ ጸሓይ ምስ ዋዒኣ እትወጽእ እሞ፡ ነቲ ኣትክልቲ እተንቅጾ፡ እቲ ዕምባባኡ ኸኣ ዚረግፍ፡ ጽባቐ ትርኢቱ እውን ዚጠፍእ፡ ከምኡ ድማ እቲ ሃብታም ዋኒኑ ኺገብር ከሎ፡ ይጠፍእ።
67,049

67,050
am_tg
ፈተናን በጽናት ተቋቁሞ የሚኖር ሰው ደስተኛ ነው፤ ምክንያቱም ይህ ሰው በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት በሚያገኝበት ጊዜ፣ ይሖዋ እሱን ለሚወዱት ቃል የገባውን የሕይወት አክሊል ይቀበላል።
ፈተና ዚጻወር ሰብ ብቕዓቱ ምስ ኣመስከረ፡ እቲ የሆዋ ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎም ኣኽሊል ህይወት ስለ ዚቕበል፡ ሕጉስ እዩ።
67,051

67,052
am_tg
ማንም ሰው ፈተና ሲደርስበት “አምላክ እየፈተነኝ ነው” አይበል። አምላክ በክፉ ነገር ሊፈተን አይችልምና፤ እሱ ራሱም ማንንም በክፉ ነገር አይፈትንም።
ኣምላኽሲ ብእከይ ኣይፍተንን፡ ባዕሉ እውን ንሓደ እኳ ኣይፍትንን እዩ እሞ፡ ሓደ እኳ ምስ ተፈተነ፡ “ኣምላኽ ይፍትነኒ ኣሎ” ኣይበል።
67,053

67,054
am_tg
ሆኖም እያንዳንዱ ሰው በራሱ ምኞት ሲማረክና ሲታለል ይፈተናል።
ነፍሲ ወከፍ ግና ብገዛእ ትምኒቱ ተሳሒቡን ተሓቢሉን እዩ ዚፍተን።
67,055

67,056
am_tg
ከዚያም ምኞት ከፀነሰች በኋላ ኃጢአትን ትወልዳለች፤ ኃጢአት ሲፈጸም ደግሞ ሞት ያስከትላል።
ሽዑ፡ ትምኒት ምስ ጠነሰት፡ ንሓጢኣት ትወልዶ፣ ሓጢኣት ምስ ተፈጸመ ድማ፡ ንሞት ይወልዶ።
67,057

67,058
am_tg
የተወደዳችሁ ወንድሞቼ፣ አትታለሉ።
ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ ኣይትስሓቱ።
67,059
tg_am
ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ ኣይትስሓቱ።
የተወደዳችሁ ወንድሞቼ፣ አትታለሉ።
67,060
am_tg
መልካም ስጦታ ሁሉና ፍጹም ገጸ በረከት ሁሉ ከላይ ነው፤ ይህ የሚወርደው ከሰማይ ብርሃናት አባት ሲሆን እሱ ደግሞ ቦታውን እንደሚቀያይር ጥላ አይለዋወጥም።
ኵሉ ጽቡቕ ውህበትን ኵሉ ፍጹም ውህበትን ካብ ላዕሊ፡ ካብቲ ኸም ዚለዋወጥ ጽላሎት ዘይቀያየር ወይ ዘይለዋወጥ ኣቦ ሰማያዊ ብርሃናት እዩ ዚወርድ።
67,061

67,062
am_tg
ፈቃዱ ስለሆነም ከፍጥረታቱ መካከል እኛ እንደ በኩራት እንድንሆን በእውነት ቃል አማካኝነት ወለደን።
ሓደ ዓይነት በዅራት ፍጡራቱ ምእንቲ ኽንከውን ኢሉ፡ ብቓል ሓቂ ኺወልደና ፍቓዱ ዀይኑ እዩ።
67,063

67,064
am_tg
የተወደዳችሁ ወንድሞቼ፣ ይህን እወቁ፦ ሰው ሁሉ ለመስማት የፈጠነ፣ ለመናገር የዘገየና ለቁጣ የዘገየ መሆን አለበት፤
ፍቑራት ኣሕዋተየ፡ እዚ ፍለጡ። ኵሉ ሰብ ንምስማዕ ቅልጡፍ፡ ንምዝራብ ደንጓዪ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ ይኹን፣
67,065

67,066
am_tg
የሰው ቁጣ የአምላክ ጽድቅ እንዲፈጸም አያደርግምና።
ከመይሲ፡ ቍጥዓ ሰብ፡ ጽድቂ ኣምላኽ ኣይገብርን እዩ።
67,067
tg_am
ከመይሲ፡ ቍጥዓ ሰብ፡ ጽድቂ ኣምላኽ ኣይገብርን እዩ።
የሰው ቁጣ የአምላክ ጽድቅ እንዲፈጸም አያደርግምና።
67,068
am_tg
ስለዚህ ጸያፍ የሆነውን ነገር ሁሉና ክፋትን ሁሉ አስወግዳችሁ እናንተን ሊያድን የሚችለውን በውስጣችሁ የሚተከለውን ቃል በገርነት ተቀበሉ።
ስለዚ፡ ኵሉ ጽያፍን ኵሉ ኣሰር ክፍኣትን ኣርሕቑ፣ ነቲ ኼድሕነኩም ዚኽእል ምትካል ቃል ከኣ ብልእመት ተቐበልዎ።
67,069

67,070
am_tg
ሆኖም ቃሉን የምታደርጉ ሁኑ እንጂ የውሸት ምክንያት እያቀረባችሁ ራሳችሁን በማታለል ሰሚዎች ብቻ አትሁኑ።
ግናኸ፡ ገበርቲ ቓል ኩኑ፣ ርእስኹም ብናይ ሓሶት ሓሳብ እናኣታለልኩም ከኣ፡ ሰማዕቲ ጥራይ ኣይትኹኑ።
67,071

67,072
am_tg
ማንም ሰው ቃሉን የሚሰማ እንጂ የማያደርገው ከሆነ የገዛ ፊቱን በመስተዋት እያየ ካለ ሰው ጋር ይመሳሰላል።
ሓደ እኳ ሰማዕ ቃል ኰይኑ፡ ገባሪ እንተ ዘይኰይኑስ፡ ንሱ ነቲ ገጹ ብመስትያት ዚርኢ ሰብ ይመስል።
67,073

67,074
am_tg
ይህ ሰው ራሱን ካየ በኋላ ይሄዳል፤ ወዲያውም ምን እንደሚመስል ይረሳል።
ገዛእ ርእሱ ይርኢ እሞ ይኸይድ፡ ብኡብኡ እውን ከመይ ምዃኑ ይርስዕ።
67,075

67,076
am_tg
ሆኖም ነፃ የሚያወጣውን ፍጹም ሕግ በትኩረት የሚመለከትና በዚያ የሚጸና ሰው ሰምቶ የሚረሳ ሳይሆን በሥራ ላይ የሚያውል ሰው ነው፤ በሚያደርገውም ነገር ደስተኛ ይሆናል።
እቲ ኣብቲ ፍጹም ሕጊ ሓርነት ኣተኲሩ ዚጥምትን ብእኡ ዚጸንዕን ግና፡ ግብሪ ዚገብር እምበር፡ ዚርስዕ ሰማዒ ኣይኰነን፣ ብግብሩ ድማ ሕጉስ ኪኸውን እዩ።
67,077

67,078
am_tg
አንድ ሰው አምላክን እያመለከ እንዳለ ቢያስብም እንኳ አንደበቱን የማይገታ ከሆነ ይህ ሰው የገዛ ልቡን ያታልላል፤ አምልኮውም ከንቱ ነው።
ሓደ እኳ ንልሳኑ ዘይለጕም ክነሱ፡ ንኣምላኽ ዜምልኽ ዘሎ እንተ መሲልዎ፡ ንልቡ እዩ ዜታልል ዘሎ፡ ኣምልኾኡ እውን ከንቱ እዩ።
67,079

67,080
am_tg
በአምላካችንና በአባታችን ዓይን ንጹሕና ያልረከሰ አምልኮ ‘ወላጅ አልባ የሆኑ ልጆችንና መበለቶችን በመከራቸው መርዳት እንዲሁም ከዓለም እድፍ ራስን መጠበቅ’ ነው።
ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኣቦን ንጹህን ዘይረኸሰን ኣምልኾ እዚ እዩ፦ ንዘኽታማትን ንመበለታትን ኣብ ጸበባኦም ምክንኻን፡ ርእስኻ ድማ ካብ ርስሓት ዓለም ምሕላው።
67,081

67,082
am_tg
ወንድሞቼ ሆይ፣ ከእናንተ መካከል ብዙዎች አስተማሪዎች አይሁኑ፤ ምክንያቱም እኛ የባሰ ፍርድ እንደምንቀበል ታውቃላችሁ።
ኣሕዋተየ፡ ዝገደደ ፍርዲ ኸም እንቕበል ፈሊጥኩም፡ መብዛሕትኹም መምህራን ኣይትኹኑ።
67,083

67,084
am_tg
ሁላችንም ብዙ ጊዜ እንሰናከላለንና። በቃል የማይሰናከል ማንም ቢኖር ይህ ሰው መላ ሰውነቱንም መቆጣጠር የሚችል ፍጹም ሰው ነው።
ኵላትናስ ብዙሕ ሳዕ ንስሕት ኢና። ብቓል ዘይስሕት እንተሎ፡ ንሱ ንብዘሎ ሰብነቱ ኺለጕም ዚኽእል ፍጹም ሰብ እዩ።
67,085

67,086
am_tg
ፈረሶች እንዲታዘዙልን አፋቸው ውስጥ ልጓም ካስገባን መላ ሰውነታቸውንም መምራት እንችላለን።
ምእንቲ ኺእዘዙና ኢልና፡ ኣብ ኣፍ ኣፍራስ ልጓም እንተ ጌርና፡ ንብዘሎ ኣካላቶም ብእኡ ንኣልዮ ኢና።
67,087

67,088
am_tg
መርከቦችንም ተመልከቱ፦ በጣም ትልቅና በኃይለኛ ነፋስ የሚነዱ ቢሆኑም የመርከቡ ነጂ በትንሽ መሪ ወደሚፈልገው አቅጣጫ ሁሉ ይመራቸዋል።
እንሆ፡ መራኽብ እውን ክንድዚ ዓበይትን ብብርቱዕ ንፋስ ዚድፍኣን ክነሰንሲ፡ እቲ መዘወር መርከብ ዝሓዘ ሰብ ናብ ዝደለዮ፡ ብኣዝዩ ንእሽቶ መእለይ መርከብ እየን ዚእለያ።
67,089

67,090
am_tg
ልክ እንደዚሁም ምላስ ትንሽ የአካል ክፍል ሆና ሳለ ጉራዋን ትነዛለች። በጣም ሰፊ የሆነን ጫካ በእሳት ለማያያዝ ትንሽ እሳት ብቻ ይበቃል!
ከምኡ ድማ ልሳን ንእሽቶ ኣካል እያ፡ ግናኸ ብዓብዪ ነገር ትምካሕ። እንሆ፡ ንእሽቶ ሓዊ ኽንደይ ዓብዪ ዱር ዘይተንድድ!
67,091

67,092
am_tg
ምላስም እሳት ናት። ምላስ በአካል ክፍሎቻችን መካከል የክፋትን ዓለም ትወክላለች፤ መላ ሰውነትን ታረክሳለችና፤ እንዲሁም መላውን የሕይወት ጎዳና ታቃጥላለች፤ እሷም በገሃነም ትቃጠላለች።
ልሳን እውን ሓዊ እያ። ልሳን ኣብ መንጎ ኣካላትና ዘላ ናይ ዓመጻ ዓለም እያ፣ ከመይሲ፡ ንብዘሎ ሰብነትና ተርክሶን ንብምሉኡ ኣነባብራና ተንድዶን እያ፡ ብገሃነም እውን እትነድድ እያ።
67,093

67,094
am_tg
ማንኛውም ዓይነት የዱር እንስሳ፣ ወፍ፣ በምድር ላይ የሚሳብ ፍጥረትና በባሕር ውስጥ የሚኖር ፍጥረት በሰዎች ሊገራ ይችላል፤ ደግሞም ተገርቷል።
ኵሉ ዓይነት ኣራዊትን ኣዕዋፍን ለመምትን እንስሳ ባሕርን ብሰብ ይግራሕ እዩ፡ ተገሪሑ እውን ኣሎ።
67,095

67,096
am_tg
ምላስን ግን ሊገራ የሚችል አንድም ሰው የለም። ምላስ ገዳይ መርዝ የሞላባት፣ ለመቆጣጠር የምታስቸግር ጎጂ ነገር ናት።
ንልሳን ኪገርሓ ዝኸኣለ ግና ሓደ ሰብ እኳ የልቦን። ንሳ ዘይትዓርፍ እክይቲ፡ ዚቐትል ሕንዚ ዝመልአት እያ።
67,097

67,098
am_tg
በምላሳችን አባት የሆነውን ይሖዋን እናወድሳለን፤ ይሁንና በዚህችው ምላሳችን “በአምላክ አምሳል” የተፈጠሩትን ሰዎች እንረግማለን።
ብእኣ ጌርና ነቲ ኣቦ ዝዀነ የሆዋ ንውድሶ፣ ብእኣ ጌርና እውን ነቶም “ብምስሊ ኣምላኽ” ዝዀኑ ሰባት ንረግም።
67,099