Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,100
am_tg
ኚአንድ አፍ በሚኚትና እርግማን ይወጣሉ። ወንድሞቌ፣ ይህ መሆኑ ተገቢ አይደለም።
ካብ ሓደ ኣፍ፡ በሚኞትን መርገምን ይወጜእ። ኣሕዋተዚ፡ እዚ ኾምዚ ኪኞውን ኣይግባእን እዩ።
67,101
tg_am

67,102
am_tg
አንድ ምንጭ ኚዚያው ጉድጓድ ጣፋጭና መራራ ውኃ ያፈልቃል?
ዓይኒ ማይዶ ኻብ ሓደ ጕድጓድ ጥዑምን መሪርን ማይ ይፍልፍል እዩ፧
67,103

67,104
am_tg
ወንድሞቌ፣ ዚበለስ ዛፍ ወይራን ወይም ደግሞ ዹወይን ተክል በለስን ሊያፈራ ይቜላል? ኹጹዋማ ውኃም ጣፋጭ ውኃ ሊገኝ አይቜልም።
ኣሕዋተዚ፡ ኩም በለስዶ ኣውልዕ፡ ወይስ ተኜሊ ወይኒዶ በለስ ክትፈሪ ትኜእል እያ፧ ካብ ዓይኒ ማይ ጹው እውን ጥዑም ማይ ኣይፍልፍልን እዩ።
67,105

67,106
am_tg
ኚእናንተ መካኚል ጥበበኛና አስተዋይ ሰው ማን ነው? ሥራውን ዚሚያኚናውነው ኚጥበብ በመነጹ ገርነት መሆኑን በመልካም ምግባሩ ያሳይ።
ኣብ መንጎኹምኚ ጥበበኛን ኣእምሮኛን መን እዩ፧ ንሱ ብሰናይ ኣካይዳኡ፡ በቲ ኻብ ጥበብ ዚርኚብ ልእመት ገይሩ ግብሩ ዚርኢ።
67,107

67,108
am_tg
ሆኖም በልባቜሁ ውስጥ መራራ ቅናትና ጠበኝነት ካለ አትኩራሩፀ እንዲሁም በእውነት ላይ አትዋሹ።
መሪር ቅንእን ንግርምናን ኣብ ልብኹም እንተ ኣልዩኩም ግና፡ ኣይትመክሑ፡ ንሓቂ እውን ኣይትሓስውዋ።
67,109

67,110
am_tg
ይህ ኹሰማይ ዚሚመጣ ጥበብ አይደለምፀ ኹዚህ ይልቅ ምድራዊ፣ እንስሳዊና አጋንንታዊ ነው።
እዛ ጥበብ እዚኣስ ምድራዊትን ስጋዊትን ጋኔናዊትን እምበር፡ ካብ ላዕሊ እትወርድ ኣይኰነትን።
67,111

67,112
am_tg
ቅናትና ጠበኝነት ባለበት ሁሉ ብጥብጥና መጥፎ ነገሮቜም ይኖራሉ።
ኚመይሲ፡ ኣብቲ ቕንእን ንግርምናን ዘለዎ፡ ኣብኡ ህውኚትን ኵሉ ኜፍኣትን ኣሎ።
67,113

67,114
am_tg
ኹሰማይ ዹሆነው ጥበብ ግን በመጀመሪያ ንጹሕ ነውፀ ኚዚያም ሰላማዊ፣ ምክንያታዊ፣ ለመታዘዝ ዝግጁ ዚሆነ፣ ምሕሚትና መልካም ፍሬዎቜ ዚሞሉበት እንዲሁም አድልዎና ግብዝነት ዚሌለበት ነው።
እታ ናይ ላዕሊ ጥበብ ግና ቅድሚ ዅሉ ንጜህቲ እያ፣ ደሓር፡ ሰላማዊት፡ ልዝብቲ፡ ሰማዕ፡ ምሕሚትን ጜቡቕ ፍሹን ዝመልአት፡ ዘይተዳሉ፡ ዘይግብዝቲ እያ።
67,115

67,116
am_tg
ኹዚህም በላይ ዚጜድቅ ፍሬ ሰላም ፈጣሪ ለሆኑ ሰዎቜ ሰላማዊ በሆኑ ሁኔታዎቜ ይዘራል።
ፍሹ ጜድቂ እውን ምእንቲ እቶም ሰላም ዚገብሩ ብሰላም ይዝራእ እዩ።
67,117

67,118
am_tg
ወንድሞቌ ሆይ፣ በአንድ በኩል ክብር በተጎናጾፈው በጌታቜን በኢዚሱስ ክርስቶስ ዚምታምኑ ሆናቜሁ በሌላ በኩል ደግሞ አድልዎ ታደርጋላቜሁ?
ኣሕዋተዚ፡ እምነት እቲ ኜቡር ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ሒዝኩም ኚለኹምሲ፡ ኣድልዎ ትገብሩዶ ኣለኹም፧
67,119

67,120
am_tg
በጣቶቹ ላይ ዹወርቅ ቀለበቶቜ ያደሚገና ያማሚ ልብስ ዹለበሰ ሰው ወደ ስብሰባቜሁ ቢመጣና ያደፈ ልብስ ዹለበሰ ድሃ ሰውም እንደዚሁ ወደ ስብሰባው ቢገባ
ኚመይሲ፡ ኣብ ኣጻብዑ ቐላብቲ ወርቂ ዝገበሹን ዜብለጭልጭ ክዳን እተኞድነን ሰብኣይ ናብ ኣኌባኹም እንተ ኣትዩ፡ ሓደ ድኻ ሰብኣይ ግና ሚሳሕ ክዳን ተኞዲኑ እንተ ኣትዩ፡
67,121

67,122
am_tg
ያማሚ ልብስ ለለበሰው ሰው አክብሮት በማሳዚት “እዚህ ዚተሻለው ቊታ ላይ ተቀመጥ” ድሃውን ደግሞ “አንተ እዚያ ቁም” ወይም “እዚህ ኚእግሬ ማሳሚፊያ በታቜ ተቀመጥ” ትሉታላቜሁ?
ነቲ ዜብለጭልጭ ክዳን እተኞድነ ብኣኜብሮት ርኢኹም፡ “ንስኻ ኣብዚ ጜቡቕ ቊታ ተቐመጥ” እንተ ኢልኩምዎ፡ ነቲ ድኻ ድማ፡ “ንስኻ ደው በል” ወይስ፡ “ኣብዚ ኣብ ትሕቲ ድኳ እግሚይ ተቐመጥ” እንተ ኢልኩምዎ፡
67,123

67,124
am_tg
እንዲህ ዚምትሉ ኹሆነ በመካኚላቜሁ ዚመደብ ልዩነት እንዲኖር ማድሚጋቜሁ አይደለም? ደግሞስ ክፉ ፍርድ ዚምትፈርዱ ፈራጆቜ መሆናቜሁ አይደለም?
ኣብ ንሓድሕድኩም ኣድልዎ ምግባር ደይኰነን፧ ክፉእ ዚውስኑ ፈራዶ ደይኰንኩምንኚ እትዀኑ፧
67,125

67,126
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቌ፣ ስሙ። አምላክ በእምነት ባለጞጋ እንዲሆኑና እሱን ለሚወዱ ቃል ዚገባውን መንግሥት እንዲወርሱ ኹዓለም አመለካኚት አንጻር ድሆቜ ዚሆኑትን አልመሹጠም?
ፍቑራት ኣሕዋተዚ፡ ስምዑ። ኣምላኜሲ ብእምነት ኪህብትሙን ነቶም ዜፍቅርዎ ዘተስፈዎ መንግስቲ ኺወርሱን ኢሉ፡ ነቶም ድኻታት እዛ ዓለም እዚኣ ደይኰነን ዝሓሚዮም፧
67,127

67,128
am_tg
እናንተ ግን ድሃውን ሰው አዋሚዳቜሁ። እናንተን ዚሚጚቁኗቜሁና ጎትተው ፍርድ ቀት ዚሚያቀርቧቜሁ ሀብታሞቜ አይደሉም?
ንስኻትኩም ግና ነቲ ድኻ ኣሕሲርኩምዎ። ሃብታማት ደይኰኑን ዚጭቍኑኹምን ናብ ቀት ፍርዲ ዚውጥጡኹምን፧
67,129

67,130
am_tg
እናንተ ዚተጠራቜሁበትን መልካም ስም ዚሚሳደቡት እነሱ አይደሉም?
ንሳቶም ደይኰኑንኹ ነቲ እተጞዋዕኩምሉ ኜቡር ስም ዚጾርፉ፧
67,131

67,132
am_tg
እንግዲያው በቅዱስ መጜሐፉ መሠሚት “ባልንጀራህን እንደ ራስህ ውደድ” ዹሚለውን ንጉሣዊ ሕግ ተግባራዊ ዚምታደርጉ ኹሆነ መልካም እያደሚጋቜሁ ነው።
ኚምቲ፡ “ንብጻይካ ኾም ነፍስኻ ኣፍቅሮ” ዚብል ቅዱስ ጜሑፍ ጌርኩም ነቲ ንጉሳዊ ሕጊ እንተ ፈጺምኩምዎስ፡ ጜቡቕ ትገብሩ ኣለኹም።
67,133

67,134
am_tg
ማዳላታቜሁን ዚማትተዉ ኹሆነ ግን ኃጢአት እዚሠራቜሁ ነውፀ ሕጉም ሕግ ተላላፊዎቜ ናቜሁ ብሎ ይፈርድባቜኋል።
ኣድልዎ እንተ ጌርኩም ግና፡ ሓጢኣት ትገብሩ ኣለኹም፣ በቲ ሕጊ ኞኣ ኹም ጠሓስቲ ትፍሚዱ።
67,135

67,136
am_tg
አንድ ሰው ሕጉን ሁሉ ዚሚጠብቅ ሆኖ ሳለ አንዱን ትእዛዝ ሳይጠብቅ ቢቀር ሁሉንም እንደጣሰ ይቆጠራል።
ንብዘሎ ሕጊ ሓልዩ ኣብ ሓንቲ ዚስሕት ዘበለ፡ ብዅሉ እዩ በደለኛ ዚኞውን።
67,137

67,138
am_tg
“አታመንዝር” ያለው እሱ “አትግደል” ዹሚል ትእዛዝም ሰጥቷልና። እንግዲህ ምንዝር ባትፈጜምም እንኳ ኹገደልክ ሕግ ተላላፊ ሆነሃል።
ኚመይሲ፡ እቲ፡ “ኣይትዘሙ” ዝበለ፡ “ኣይትቕተል” እውን ኢሉ እዩ። ዋላ እኳ እንተ ዘይዘሚኻ፡ ግናኾ እንተ ቐቲልካ፡ ጠሓስ ሕጊ ኢኻ።
67,139

67,140
am_tg
ነፃ በሆኑ ግለሰቊቜ ሕግ ዚሚዳኙ ሰዎቜ በሚናገሩበት መንገድ መናገራቜሁንና እነሱ እንደሚያደርጉት ማድሚጋቜሁን ቀጥሉ።
ኚምቲ ናይቶም ብሕጊ ሓራ ሰባት ዚፍሚዱ ጌርኩም ተዛሚቡን ግበሩን።
67,141

67,142
am_tg
ምሕሚት ዚማያደርግ ሰው ያለምሕሚት ይፈሚድበታልና። ምሕሚት በፍርድ ላይ ድል ይቀዳጃል።
ምሕሚት ዘይገብርሲ፡ ብዘይ ምሕሚት እዩ ዚፍሚድ። ምሕሚት ኣብ ልዕሊ ፍርዲ ትዕወት እያ።
67,143

67,144
am_tg
ወንድሞቌ ሆይ፣ አንድ ሰው እምነት አለኝ ቢል ነገር ግን እምነቱ በሥራ ዹተደገፈ ባይሆን ምን ጥቅም ይኖሹዋል? እምነቱ ሊያድነው ይቜላል?
ኣሕዋተዚ፡ ሓደ ሰብ፡ ‘እምነት ኣላትኒ’ እንተ ኢሉ፡ ግብሪ ግና ካብ ዘይህልዎ፡ እንታይ ይጠቅም፧ እታ እምነት እቲኣዶ ኞተድሕኖ ትኜእል እያ፧
67,145

67,146
am_tg
አንድ ወንድም ወይም አንዲት እህት ዚሚለብሱት ቢያጡና ለዕለት ዚሚያስፈልጋ቞ውን በቂ ምግብ ባያገኙ
ሓው ወይስ ሓብቲ እንተ ዓሪቖም፡ ናይ ዕለት ምግቢ እውን እንተ ስኢኖም፡
67,147

67,148
am_tg
ሆኖም ኚመካኚላቜሁ አንዱ “በሰላም ሂዱፀ ይሙቃቜሁፀ ጥገቡም” ቢላ቞ው ለሰውነታ቞ው ዚሚያስፈልጓ቞ውን ነገሮቜ ግን ባይሰጣ቞ው ምን ይጠቅማቾዋል?
ንሰብነቶም ዜድሊ ኞይሃብኩምሲ፡ ሓደ ኻባኻትኩም፡ “ብሰላም ኪዱ፡ ሙቑ፡ ጜገቡ” እንተ ኢልዎም፡ እንታይ ይጠቅም፧
67,149

67,150
am_tg
ስለዚህ በሥራ ያልተደገፈ እምነትም በራሱ ዹሞተ ነው።
ኚምኡ ኞኣ እምነት፡ ግብሪ እንተ ዘይብላስ፡ ንርእሳ ምውትቲ እያ።
67,151

67,152
am_tg
ይሁን እንጂ አንድ ሰው እንዲህ ይላል፩ “አንተ እምነት አለህፀ እኔ ደግሞ ሥራ አለኝ። እምነትህን ኚሥራ ለይተህ አሳዚኝፀ እኔ ደግሞ እምነ቎ን በሥራ አሳይሃለሁ።”
ሓደ ግና፡ “ንስኻ እምነት ኣላትካ፡ ኣነ ኞኣ ግብሪ ኣሎኒ። እምነትካ ብዘይ ግብሪ ኣርእዚኒ፡ ኣነ እውን ብግብሚይ ገይሹ እምነተይ ኚርእዚካ እዚ” ይብል ይኞውን።
67,153

67,154
am_tg
አንድ አምላክ እንዳለ ታምናለህ አይደል? ማመንህ መልካም ነው። ይሁንና አጋንንትም ያምናሉፀ በፍርሃትም ይንቀጠቀጣሉ።
ሓደ ኣምላኜ ኹም ዘሎዶ ትኣምን ኢኻ፧ ጜቡቕ ትገብር ኣለኻ። ኣጋንንቲ እውን ይኣምኑን ዚንቀጥቅጡን እዮም።
67,155

67,156
am_tg
አንተ ኚንቱ ሰው፣ እምነት ያለሥራ እንደማይጠቅም ማሚጋገጥ ትፈልጋለህ?
ግናኞ፡ ኣታ ኞንቱ ሰብ፡ እምነት ብዘይ ግብሪ ዘይትሚብሕ ምዃና ኜትፈልጥዶ ትደሊ ኢኻ፧
67,157

67,158
am_tg
አባታቜን አብርሃም ልጁን ይስሐቅን በመሠዊያ ላይ ካቀሚበ በኋላ ዹጾደቀው በሥራ አይደለም?
ኣብርሃም ኣቊና ንይስሃቅ ወዱ ኣብ መሰውኢ ምስ ኣቕሚቊ፡ ብግብሩዶ ኣይጞደቐን፧
67,159

67,160
am_tg
እምነቱ ኚሥራው ጋር አብሮ ይሠራ እንደነበሚና ሥራው እምነቱን ፍጹም እንዳደሚገው ትገነዘባለህፀ
እምነቱ ምስ ግብሩ ዀይና ኾም ዝዓዚዚት፡ እምነቱ ድማ ብግብሩ ፍጜምቲ ኾም ዝዀነት፡ ትርኢ ኣለኻ።
67,161

67,162
am_tg
ደግሞም “አብርሃም በይሖዋ አመነፀ ጜድቅም ሆኖ ተቆጠሚለት” ዹሚለው ዚቅዱስ መጜሐፍ ቃል ተፈጞመፀ እሱም ዹይሖዋ ወዳጅ ለመባል በቃ።
እቲ፡ “ኣብርሃም ብዚሆዋ ኣመነ፡ ጜድቂ ዀይኑ ድማ ተቘጜሚሉ” ዚብል ቅዱስ ጜሑፍ ድማ ተፈጺሙ እዩ፣ ፈታው ዹሆዋ ኞኣ ተባሂሉ እዩ።
67,163

67,164
am_tg
እንግዲህ ሰው ዚሚጞድቀው በእምነት ብቻ ሳይሆን በሥራም ጭምር እንደሆነ ትገነዘባላቜሁ።
ሰብ ብእምነት ጥራይ ዘይኰነስ፡ ብግብሪ ኾም ዚጞድቕ፡ ትርእዩ ኣለኹም።
67,165

67,166
am_tg
ዝሙት አዳሪዋ ሚዓብም መልእክተኞቹን በጥሩ ሁኔታ ተቀብላ ካስተናገደቻ቞ውና በሌላ መንገድ ኚላኚቻ቞ው በኋላ በሥራ አልጞደቀቜም?
ኚምኡ ኞኣ ሚሃብ እታ ኣመንዝራ ነቶም ልኡኻት ምስ ተቐበለቶምን ብኻልእ መገዲ ምስ ሰደደቶምን፡ ብግብሪዶ ኣይጞደቐትን፧
67,167

67,168
am_tg
በእርግጥም አካል ያለመንፈስ ዹሞተ እንደሆነ ሁሉ እምነትም ያለሥራ ዹሞተ ነው።
እምበኣር፡ ኚምቲ ሰብነት ብዘይ መንፈስ ምዉት ዝዀነ፡ ኚምኡ እውን እምነት ብዘይ ግብሪ ምውትቲ እያ።
67,169

67,170
am_tg
እናንተ ሀብታሞቜ እንግዲህ ስሙፀ እዚመጣባቜሁ ባለው መኚራ አልቅሱ እንዲሁም ዋይ ዋይ በሉ።
ኣቱም ሃብታማት፡ እስኚ ሕጂ በቲ ዚመጞኩም ዘሎ ጞበባ ዋይዋይ እናበልኩም ብኞዩ።
67,171

67,172
am_tg
ሀብታቜሁ በስብሷልፀ ልብሳቜሁንም ብል በልቶታል።
ሃብትኹም መሜሚሹ፡ ክዳውንትኹም እውን ብልዒ በሊዕዎ ኣሎ።
67,173
tg_am
ሃብትኹም መሜሚሹ፡ ክዳውንትኹም እውን ብልዒ በሊዕዎ ኣሎ።
ሀብታቜሁ በስብሷልፀ ልብሳቜሁንም ብል በልቶታል።
67,174
am_tg
ወርቃቜሁና ብራቜሁ ሙሉ በሙሉ ዝጓልፀ ዝገቱም በእናንተ ላይ ይመሠክራልፀ ሥጋቜሁንም ይበላል። ያኚማቻቜሁት ነገር በመጚሚሻዎቹ ቀናት እንደ እሳት ይሆናል።
ወርቅኹምን ብሩርኩምን መሪቱ፡ ምራተኡ ኞኣ ኪምስክሚልኩም እዩ፡ ንስጋኹም እውን ኪበልዖ እዩ። እቲ ዝኣኚብኩምዎ፡ ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ኹም ሓዊ ኪኞውን እዩ።
67,175

67,176
am_tg
እነሆ፣ በእርሻቜሁ ላይ ያለውን ሰብል ለሰበሰቡት ሠራተኞቜ ሳትኚፍሏ቞ው ዚቀራቜሁት ደሞዝ ይጮኻልፀ አጫጆቹም ለእርዳታ ዚሚያሰሙት ጥሪ ወደ ሠራዊት ጌታ ወደ ይሖዋ ጆሮ ደርሷል።
እንሆ፡ እቲ ንስኻትኩም ዝገደብኩምዎ ውዕለት እቶም ኣብ ግራውትኹም ዝዓጞዱ ዓዚይቲ ዚእዊ ኣሎ፣ ኣውያት እቶም ዓጻዶ እውን ኣብ እዝኒ ዹሆዋ ጐይታ ሰራዊት በጺሑ ኣሎ።
67,177

67,178
am_tg
በምድር ላይ በቅንጊት ኖራቜኋልፀ ዚራሳቜሁንም ፍላጎት ለማርካት ትጥሩ ነበር። በእርድ ቀን ልባቜሁን አወፍራቜኋል።
ኣብ ምድሪ ሓንቂቕኩምን ጥዒሙኩምን፣ ብመዓልቲ ማሕሚዲ ልብኹም ኣስቢሕኩም ኣለኹም።
67,179

67,180
am_tg
ጻድቁን ኮነናቜሁትፀ ደግሞም ገደላቜሁት። እሱ እዚተቃወማቜሁ አይደለም?
ነቲ ጻድቕ ኰኒንኩምዎ፡ ቀቲልኩምዎ እውን። ንሱ ይጻሚሚኩምዶ ዹሎን፧
67,181

67,182
am_tg
እንግዲህ ወንድሞቜ፣ ጌታ እስኚሚገኝበት ጊዜ ድሚስ በትዕግሥት ጠብቁ። እነሆ፣ ገበሬ ዚመጀመሪያውና ዹኋለኛው ዝናብ እስኪመጣ ድሚስ በመታገሥ ዚምድርን መልካም ፍሬ ይጠባበቃል።
እምበኣር፡ ኣሕዋተዚ፡ ጐይታ ኣብዚ ኜሳዕ ዚህሉ፡ ተዓገሱ። እንሆ፡ ሓሚስታይ፡ ዝናም ኣዝመራን ዝናም ጜብሓትን ክሳዕ ዚመጜእ እናተዓገሰ፡ ክቡር ፍሹ ምድሪ ይጜበ እዩ።
67,183

67,184
am_tg
እናንተም በትዕግሥት ጠብቁፀ ጌታ ዚሚገኝበት ጊዜ ስለተቃሚበ ልባቜሁን አጜኑ።
ንስኻትኩም እውን ተዓገሱ፣ ጐይታ ኣብዚ ዚህልወሉ እዋን ቀሪቡ እዩ እሞ፡ ልብኹም ኣጜንዑ።
67,185

67,186
am_tg
ወንድሞቜ፣ እንዳይፈሚድባቜሁ አንዳቜሁ በሌላው ላይ አታጉሚምርሙ። እነሆ፣ ፈራጁ ደጃፍ ላይ ቆሟል።
ኣሕዋተዚ፡ ምእንቲ ኞይትፍሚዱ፡ ኣብ ንሓድሕድኩም ኣይተዕዘምዝሙ። እንሆ፡ እቲ ፈራዲ ኣብ ኣፍ ደገ ደው ኢሉ ኣሎ።
67,187

67,188
am_tg
ወንድሞቜ፣ በይሖዋ ስም ዚተናገሩትን ነቢያት መኚራ በመቀበልና ትዕግሥት በማሳዚት ሚገድ አርዓያ አድርጋቜሁ ተመልኚቷ቞ው።
ኣሕዋተዚ፡ ነቶም ብስም ዹሆዋ እተዛሚቡ ነብያት፡ ኹም ኣርኣያ መኚራን ትዕግስትን ጌርኩም ርኣይዎም።
67,189

67,190
am_tg
እነሆ፣ ዚጞኑትን ደስተኞቜ እንደሆኑ አድርገን እንቆጥራ቞ዋለን። ስለ ኢዮብ ጜናት ሰምታቜኋልፀ በውጀቱም ይሖዋ ያደሚገለትን አይታቜኋልፀ በዚህም ይሖዋ እጅግ አፍቃሪና መሐሪ እንደሆነ ተመልክታቜኋል።
እንሆ፡ ‘እቶም እተጻወሩ ሕጉሳት እዮም’ ንብል ኣለና። ብዛዕባ ተጻዋርነት እዮብ ሰሚዕኩም ኣለኹም፣ ዹሆዋ ኣዝዩ ፈቃርን መሓርን እዩ እሞ፡ ነቲ ዹሆዋ ኣብ መወዳእታ ዝገበሹሉ ርኢኹም ኣለኹም።
67,191

67,192
am_tg
ኹሁሉም በላይ ወንድሞቌ፣ በሰማይም ሆነ በምድር ወይም በሌላ መሐላ መማላቜሁን ተዉ። ኹዚህ ይልቅ “አዎ” ካላቜሁ አዎ ይሁንፀ “አይደለም” ካላቜሁ አይደለም ይሁንፀ አለዚያ ለፍርድ ትዳሚጋላቜሁ።
ልዕሊ ዅሉ ግና፡ ኣሕዋተዚ፡ ደጊም ብሰማይ ወይስ ብምድሪ ወይስ ብኻልእ ማሕላ ኣይትምሓሉ። ዚግዳስ፡ ኣብ ትሕቲ ፍርዲ ኞይትወድቁስ፡ “እወ” ዝበልኩምዎ፡ እወ፡ “ኣይፋል” ዝበልኩምዎ ድማ፡ ኣይፋል ይኹን።
67,193

67,194
am_tg
ኚእናንተ መካኚል መኚራ እዚደሚሰበት ያለ ሰው አለ? መጞለዩን ይቀጥል። ደስ ዹተሰኘ አለ? ዚምስጋና መዝሙር ይዘምር።
ኣብ መንጎኹም መኚራ ዚጞግብዶ ኣሎ፧ ብቐጻሊ ይጞሊ። ሕጉስዶ ኣሎ፧ ይዘምር።
67,195

67,196
am_tg
ኚእናንተ መካኚል ዚታመመ ሰው አለ? ዚጉባኀ ሜማግሌዎቜን ወደ እሱ ይጥራፀ እነሱም በይሖዋ ስም ዘይት ቀብተው ይጞልዩለት።
ኣብ መንጎኹም ዝሓመመዶ ኣሎ፧ ንሜማግለታት ጉባኀ ይጞውዕ፣ ንሳቶም ኚኣ ብስም ዹሆዋ ዘይቲ እናለኞዩ፡ ይጞልዩሉ።
67,197

67,198
am_tg
በእምነት ዹቀሹበ ጞሎት ዚታመመውን ሰው ይፈውሰዋልፀ ይሖዋም ያስነሳዋል። በተጚማሪም ኃጢአት ሠርቶ ኹሆነ ይቅር ይባላል።
እታ ናይ እምነት ጞሎት ድማ ነቲ ሕሙም ኚተጥዕዮ እያ፣ ዹሆዋ እውን ኬተንስኊ እዩ። ሓጢኣት ገይሩ እንተ ዀይኑ እውን፡ ኪሕደገሉ እዩ።
67,199