Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,200
am_tg
ስለዚህ ፈውስ ማግኘት እንድትቜሉ አንዳቜሁ ለሌላው ኃጢአታቜሁን በግልጜ ተናዘዙፀ እንዲሁም አንዳቜሁ ለሌላው ጞልዩ። ጻድቅ ሰው ዚሚያቀርበው ምልጃ ታላቅ ኃይል አለው።
እምበኣር፡ ምእንቲ ኜትሓውዩ፡ ንሓድሕድኩም ሓጢኣትኩም ተናዘዙ፡ ምእንቲ ሓድሕድኩም እውን ጞልዩ። ምህለላ ጻድቕ ሓያልን መስለጢትን እያ።
67,201
tg_am

67,202
am_tg
ኀልያስ እንደ እኛው ዓይነት ስሜት ያለው ሰው ነበርፀ ያም ሆኖ ዝናብ እንዳይዘንብ አጥብቆ በጾለዹ ጊዜ በምድሩ ላይ ለሊስት ዓመት ኚስድስት ወር ዝናብ አልዘነበም።
ኀልያስ ኹማና ዝስምዒቱ ሰብ እዩ ነይሩ፣ ግናኞ፡ ኹይዘንም ጞሎት ምስ ጞለዚ፡ ሰለስተ ዓመትን ሜዱሜተ ወርሕን ኣብታ ምድሪ ኣይዘነመን።
67,203

67,204
am_tg
ኚዚያም እንደገና ጞለዚፀ ሰማዩም ዝናብ ሰጠፀ ምድሩም ፍሬ አፈራ።
ኹም ብሓድሜ ምስ ጾለዹ ድማ፡ ሰማይ ዝናም ሂቡ፡ ምድሪ እውን ፍሪኣ ኣብቊላ።
67,205

67,206
am_tg
ወንድሞቌ፣ ኚእናንተ መካኚል አንድ ሰው ኚእውነት መንገድ ስቶ ቢወጣና ሌላ ሰው ቢመልሰው፣
ኣሕዋተዚ፡ ሓደ ኻባኻትኩም ካብ ሓቂ እንተ ስሒቱ፡ ሓደ ኻልእ ኚኣ እንተ መሊስዎ፡
67,207

67,208
am_tg
ኃጢአተኛን ኚስህተት ጎዳናው ዚሚመልስ ማንኛውም ሰው ኃጢአተኛውን ኚሞት እንደሚያድንና ብዙ ኃጢአትን እንደሚሞፍን እወቁ።
እቲ ንሓጥእ ካብ ስሕተት መገዱ ዚመልሶ፡ ንዕኡ ኻብ ሞት ኹም ዜድሕኖ፡ ብዝሒ ሓጢኣት እውን ኹም ዚኞድን፡ ይፍለጥ።
67,209

67,210
am_tg
በእናንተ መካኚል ያለው ጊርነትና ጠብ ኚዚት ዚመጣ ነው? በውስጣቜሁ ኚሚዋጉት ሥጋዊ ፍላጎቶቻቜሁ ዹመነጹ አይደለም?
እቲ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ውግእን ባእስን ካበይ እዩ ዚመጜእ፧ ካብቲ ኣብ ውሜጥኹም ኰይኑ ዚዋጋእ ዘሎ ስጋዊ ትምኒትኩም ደይኰነን፧
67,211

67,212
am_tg
ትመኛላቜሁ ሆኖም አታገኙም። ትገድላላቜሁ እንዲሁም ትጎመጃላቜሁፀ ይሁንና ማግኘት አትቜሉም። ትጣላላቜሁ እንዲሁም ትዋጋላቜሁ። ስለማትጠይቁም አታገኙም።
ትምነዩ እሞ ኣይትሚኜቡን። ትቐትሉን ትትምነዩን እሞ ሓንቲ እኳ ኜትሚኜቡ ኣይትኜእሉን። ትብኣሱን ትዋግኡን ኢኹም። ስለ ዘይለመንኩም፡ ኣይትሚኜቡን።
67,213

67,214
am_tg
በምትጠይቁበት ጊዜም አታገኙምፀ ምክንያቱም ዚምትጠይቁት ለተሳሳተ ዓላማ ይኾውም ሥጋዊ ፍላጎታቜሁን ለማርካት ነው።
ክትልምኑ ኞለኹም ኚኣ፡ ኣብ ስጋዊ ትምኒትኩም ምእንቲ ኜትዘርውዎ፡ ብኜፉእ ሓሳብ ስለ እትልምኑ፡ ኣይትቕበሉን ኢኹም።
67,215

67,216
am_tg
አመንዝሮቜ ሆይ፣ ኹዓለም ጋር መወዳጀት ኹአምላክ ጋር ጠላትነት መፍጠር እንደሆነ አታውቁም? ስለዚህ ዹዓለም ወዳጅ መሆን ዹሚፈልግ ሁሉ ራሱን ዹአምላክ ጠላት ያደርጋል።
ኣትን ዘመውቲ፡ ዕርክነት ምስ ዓለምሲ ጜልኢ ምስ ኣምላኜ ምዃኑዶ ኣይትፈልጣን ኢኜን፧ እምበኣር፡ እቲ ዓርኪ ዓለም ኪኞውን ዚደሊ፡ ጞላእ ኣምላኜ እዩ ዚኞውን።
67,217

67,218
am_tg
ወይስ ቅዱስ መጜሐፉ “በውስጣቜን ያደሚው መንፈስ በቅናት ሁልጊዜ ይመኛል” ያለው ያለምክንያት ይመስላቜኋል?
ወይስ ቅዱስ ጜሑፍ፡ “እቲ ኣባና ዝሓደሹ መንፈስ ብቕንኢ ሃሚር ይብል ኣሎ” ዚብል ንኞንቱዶ ይመስለኩም፧
67,219

67,220
am_tg
ይሁን እንጂ አምላክ ዹሚሰጠው ጾጋ እንዲህ ካለው መንፈስ ዹላቀ ነው። በመሆኑም ቅዱስ መጜሐፉ “አምላክ ትዕቢተኞቜን ይቃወማልፀ ለትሑታን ግን ጾጋን ይሰጣል” ይላል።
ግናኞ፡ እቲ ዝሃበና ጾጋ ይዓቢ። ስለዚ፡ “ኣምላኜ ንዕቡያት ይጻሚሮም፡ ንትሑታት ግና ጾጋ ይህቩም” ይብል።
67,221

67,222
am_tg
ስለዚህ ራሳቜሁን ለአምላክ አስገዙፀ ዲያብሎስን ግን ተቃወሙትፀ እሱም ኚእናንተ ይሞሻል።
እምበኣር፡ ንኣምላኜ ተገዝእዎ፣ ንድያብሎስ ግና ተጻሚርዎ እሞ፡ ንሱ ኻባኻትኩም ኪሃድም እዩ።
67,223

67,224
am_tg
ወደ አምላክ ቅሚቡፀ እሱም ወደ እናንተ ይቀርባል። እናንተ ኃጢአተኞቜ እጆቻቜሁን አንጹፀ እናንተ ወላዋዮቜ ልባቜሁን አጥሩ።
ንኣምላኜ ቅሚብዎ፡ ንሱ እውን ኪቐርበኩም እዩ። ኣቱም ሓጥኣን፡ ኣእዳውኩም ኣጜርዩ፣ ኣቱም ተወላወልቲ እውን፡ ልብኹም ኣንጜሁ።
67,225

67,226
am_tg
ተጚነቁ፣ እዘኑ፣ አልቅሱ። ሳቃቜሁ ወደ ሐዘን፣ ደስታቜሁም ወደ ተስፋ መቁሚጥ ይለወጥ።
ይጜበብኩምን ሕዘኑን ብኞዩን። ሰሓቕኩም ናብ ሓዘን፡ ሓጐስኩም እውን ናብ ጓሂ ይለወጥ።
67,227

67,228
am_tg
በይሖዋ ፊት ራሳቜሁን ዝቅ አድርጉፀ እሱም ኹፍ ኹፍ ያደርጋቜኋል።
ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ዹሆዋ ትሕት በሉ፡ ንሱ እውን ልዕል ኬብለኩም እዩ።
67,229

67,230
am_tg
ወንድሞቜ፣ አንዳቜሁ ሌላውን መንቀፋቜሁን ተዉ። ወንድሙን ዹሚነቅፍ ወይም በወንድሙ ላይ ዚሚፈርድ ሁሉ ሕግን ይነቅፋል እንዲሁም በሕግ ላይ ይፈርዳል። በሕግ ላይ ዚምትፈርድ ኹሆነ ደግሞ ፈራጅ ነህ እንጂ ሕግን ፈጻሚ አይደለህም።
ኣሕዋተዚ፡ ደጊም ንሓድሕድኩም ኣይትነቓቐፉ። እቲ ንሓዉ ዚነቕፎ ወይ ኣብ ሓዉ ዚፈርድ፡ ንሕጊ ይነቕፎ፡ ኣብ ሕጊ እውን ይፈርድ። ኣብ ሕጊ ኻብ እትፈርድ ኚኣ፡ ፈራዲ እምበር፡ ገባር ሕጊ ኣይኰንካን።
67,231

67,232
am_tg
ሕግ ዚሚሰጥና ዚሚፈርድ አንድ ብቻ ነውፀ እሱ ማዳንም ሆነ ማጥፋት ይቜላል። ታዲያ በባልንጀራህ ላይ ዚምትፈርድ አንተ ማን ነህ?
ኬድሕንን ኬጥፍእን ዚኜእል ሓጋግ ሕግን ፈራድን ሓደ ጥራይ እዩ ዘሎ። ንስኻ ኣብ ብጻይካ እትፈርድ ግና መን ኢኻ፧
67,233

67,234
am_tg
እንግዲህ እናንተ “ዛሬ ወይም ነገ ወደዚህቜ ኹተማ እንሄዳለንፀ እዚያም ዓመት እንቆያለንፀ እንነግዳለን እንዲሁም እናተርፋለን” ዚምትሉ ስሙፀ
እስኚ ሕጂ ኣቱም፡ “ሎሚ ወይስ ጜባሕ ናብታ ኾተማ እቲኣ ኜንኚይድ፡ ኣብኣ እውን ዓመት ክንገብር፡ ክንነግድን ክንሚብሕን ኢና” እትብሉ፡
67,235

67,236
am_tg
ሕይወታቜሁ ነገ ምን እንደሚሆን እንኳ አታውቁም። ለጥቂት ጊዜ ታይቶ እንደሚጠፋ እንፋሎት ናቜሁና።
ጜባሕ ህይወትኩም እንታይ ኹም እትኞውን ኣይትፈልጡን ኢኹም። ንቝሩብ ግዜ ተራእዩስ ደሓር ዚበንን ግመ ኢኹም።
67,237

67,238
am_tg
ኹዚህ ይልቅ “ይሖዋ ኹፈቀደ በሕይወት እንኖራለንፀ ደግሞም ይህን ወይም ያን እናደርጋለን” ማለት ይገባቜኋል።
ኣብ ክንዳኡስ፡ “ዹሆዋ እንተ ፈቒድዎ፡ ክንነብርን እዚ ወይ እቲ ኜንገብርን ኢና” ኜትብሉ እዩ ዚግብኣኩም።
67,239

67,240
am_tg
አሁን ግን እናንተ ኹልክ በላይ ጉራ በመንዛት ትኩራራላቜሁ። እንዲህ ያለው ጉራ ሁሉ ክፉ ነው።
ሕጂ ግና ብምጅሃርኩም ትምክሑ ኣለኹም። ኵሉ እቲ ኾምዚ ዝበለ ትምክሕቲ ኜፉእ እዩ።
67,241

67,242
am_tg
ስለዚህ አንድ ሰው ትክክል ዹሆነውን ነገር እንዎት ማድሚግ እንዳለበት እያወቀ ሳያደርገው ቢቀር ኃጢአት ይሆንበታል።
እምበኣር፡ እቲ ቕኑዕ ምግባር ዚፈልጥ እሞ ዘይገብሮ፡ ንዕኡ ሓጢኣት ይዀኖ እዩ።
67,243

67,244
am_tg
ዚኢዚሱስ ክርስቶስ ሐዋርያ ኹሆነው ኚጎጥሮስፀ በጳንጊስ፣ በገላትያ፣ በቀጰዶቅያ፣ በእስያና በቢቲኒያ ተበትነው ለሚገኙ፣ ጊዜያዊ ነዋሪዎቜ ለሆኑ ዹአምላክ ምርጊቜ፣
ካብቲ ሃዋርያ ዚሱስ ክርስቶስ ዝዀነ ጎጥሮስ፡ ናብቶም ኣብ ጶንጊስን ኣብ ገላትያን ኣብ ቀጶዶቅያን ኣብ እስያን ኣብ ቢቲንያን ፋሕ ኢሎም ዘለዉ እተሰድዱ ሕሩያት፡
67,245

67,246
am_tg
ይኾውም አባት ዹሆነው አምላክ አስቀድሞ ባወቀው መሠሚት ለተመሚጡት ደግሞም ታዛዥ እንዲሆኑና በኢዚሱስ ክርስቶስ ደም እንዲሚጩ በመንፈስ ለተቀደሱትፊ ጾጋና ሰላም ይብዛላቜሁ።
ማለት ናብቶም እዙዛትን ብደም ዚሱስ ክርስቶስ እተነጜጉን ምእንቲ ኪዀኑ፡ ብቕድስና መንፈስ ኚምቲ ኣቊና ኣምላኜ ኣቐዲሙ ዝፈለጩ ፍልጠት እተሓርዩ ሕሩያትፊ ጾጋን ሰላምን ይብዛሓልኩም።
67,247

67,248
am_tg
ዚጌታቜን ዚኢዚሱስ ክርስቶስ አምላክና አባት ይወደስፀ እሱ በታላቅ ምሕሚቱ በኢዚሱስ ክርስቶስ ትንሣኀ አማካኝነት ለሕያው ተስፋ እንደ አዲስ ወልዶናልናፀ
ኣምላኜን ኣቊን ጐይታና ዚሱስ ክርስቶስ ይወደስ፣ ኚምቲ ዓብዪ ምሕሚቱስ በቲ ዚሱስ ክርስቶስ ካብ ምዉታት ዝሹኾቩ ትንሳኀ፡ ንህያው ተስፋ ኾም ብሓድሜ ወሊዱና እዩ፣
67,249

67,250
am_tg
እንዲሁም ለማይበሰብስ፣ ለማይሚክስና ለማይጠፋ ርስት ወልዶናል። ይህም በሰማይ ለእናንተ ተጠብቆላቜኋልፀ
ናብ ዘይሓልፍን ዘይሹኾሰን ዘይጜምሉን ርስቲ ድማ እዩ ዝወለደና። እዚ ኞኣ ኣብ ሰማያት ተዓቚሩልኩም ኣሎ፣
67,251

67,252
am_tg
እናንተንም አምላክ በዘመኑ መጚሚሻ ለሚገለጠው መዳን በእምነት አማካኝነት በኃይሉ እዚጠበቃቜሁ ነው።
ንስኻትኩም ድማ ብሓይሊ ኣምላኜ ብእምነት ነቲ ብዳሕራይ እዋን ኪግለጜ እተዳለወ ድሕነት ትሕለዉ ኣለኹም።
67,253

67,254
am_tg
አሁን ለአጭር ጊዜ በልዩ ልዩ ፈተናዎቜ መጚነቃቜሁ ዚግድ ቢሆንም በእነዚህ ሁሉ ነገሮቜ ዚተነሳ እጅግ እዚተደሰታቜሁ ነውፀ
ንቝሩብ ግዜ ብእተፈላለዚ ፈተናታት ክትጕህዩ እኳ እንተ ኣሎኩም፡ በዚ ባህ ይብለኩም ኣሎ።
67,255

67,256
am_tg
እነዚህ ፈተናዎቜ ዚሚደርሱባቜሁ፣ በእሳት ዹተፈተነ ቢሆንም እንኳ ሊጠፋ ኚሚቜለው ወርቅ እጅግ ዹላቀ ዋጋ ያለውና ተፈትኖ ዹተሹጋገጠው እምነታቜሁ ኢዚሱስ ክርስቶስ በሚገለጥበት ጊዜ ምስጋናን፣ ግርማንና ክብርን ያስገኝ ዘንድ ነው።
እዚ እውን እቲ ኻብቲ ብሓዊ እተፈተነ ኜነሱ ጠፋኢ ዝዀነ ወርቂ ኣዝዩ ዚኞብር ፍቱን እምነትኩም፡ ብግልጞት ዚሱስ ክርስቶስ ንውዳሰን ክብርን ግርማን ምእንቲ ኪኞውን እዩ።
67,257

67,258
am_tg
እሱን አይታቜሁት ባታውቁም ትወዱታላቜሁ። አሁን ባታዩትም እንኳ በእሱ ላይ እምነት እያሳያቜሁና በቃላት ሊገለጜ በማይቜል ታላቅ ደስታ እጅግ ሐሎት እያደሚጋቜሁ ነውፀ
ንዕኡ ኞቶ እኳ እንተ ዘይሚኣኹምዎ፡ ተፍቅርዎ ኢኹም። ሕጂ ትርእይዎ እኳ እንተ ዘዚለኹም፡ ብእኡ ትኣምኑ ኢኹም፡ ብዘይግለጜን ክቡርን ሓጐስ ድማ ባህ ይብለኩም እዩ፣
67,259

67,260
am_tg
ምክንያቱም ዚእምነታቜሁ ግብ ላይ እንደምትደርሱ ይኾውም ራሳቜሁን እንደምታድኑ ታውቃላቜሁ።
ምኜንያቱ፡ መወዳእታ እምነትኩም፡ ማለት ድሕነትኩም ትሚኜቡ ኢኹም።
67,261

67,262
am_tg
ለእናንተ ስለሚሰጠው ጾጋ ዚተነበዩት ነቢያት ይህን መዳን በተመለኹተ ትጋት ዚተሞላበት ምርምርና ጥልቅ ጥናት አካሂደዋል።
እቶም ብዛዕባ እቲ ንዓኻትኩም ዝዀነ ጾጋ እተነበዩ ነብያት፡ ብዛዕባ እዚ ድሕነት እዚ ኣጞቢቖም ደልዮምን መርሚሮምን እዮም።
67,263

67,264
am_tg
በውስጣ቞ው ያለው መንፈስ በክርስቶስ ላይ ስለሚደርሱት መኚራዎቜና ኚዚያ በኋላ ስለሚመጣው ክብር አስቀድሞ ሲመሠክር ኚክርስቶስ ጋር በተያያዘ ስለ ዚትኛው ጊዜ ወይም ወቅት እያመለኚተ እንዳለ ይመሚምሩ ነበር።
እቲ ኣባታቶም ዝነበሹ መንፈስ ብዛዕባ መኚራ ክርስቶስን ብዛዕባ እቲ ድሕሪኡ ዘሎ ኜብርን ኣቐዲሙ ኺምስክር ኚሎ፡ ብዛዕባ ክርስቶስ ነዹናይ እዋን ወይ ንኾመይ ዝበለ እዋን ኹም ዜመልክት ብቐጻሊ መርሚሮም እዮም።
67,265

67,266
am_tg
እነሱ ራሳ቞ውን እያገለገሉ እንዳልሆነ ተገልጩላቾው ነበር። ኹዚህ ይልቅ ኹሰማይ በተላኹ መንፈስ ቅዱስ ምሥራቹን ባበሰሩላቜሁ ሰዎቜ አማካኝነት ኚተነገሯቜሁ ነገሮቜ ጋር በተያያዘ እናንተን እያገለገሉ ነበር። መላእክትም እነዚህን ነገሮቜ ለማዚት ይጓጓሉ።
ንዓኻትኩም እምበር፡ ንርእሶም ዹገልግሉ ኾም ዘይነበሩ ተገሊጹሎም እዩ። እዚ ኞኣ ብዛዕባ እቲ በቶም ካብ ሰማይ ብእተላእኚ መንፈስ ቅዱስ ዘበሰሩኹም ኣቢሉ ሕጂ ንዓኻትኩም እተነግሚኩም እዩ። መላእኜቲ ድማ ናብዚ ኺጥምቱ ይምነዩ ኣለዉ።
67,267

67,268
am_tg
በመሆኑም አእምሯቜሁን ዝግጁ በማድሚግ ለሥራ ታጠቁፀ ዚማስተዋል ስሜታቜሁን በሚገባ ጠብቁፀ ተስፋቜሁን ኢዚሱስ ክርስቶስ በሚገለጥበት ጊዜ በምታገኙት ጾጋ ላይ አድርጉ።
ስለዚ፡ ብኣእምሮኹም ንተግባር ተዓጠቑ፡ ቀልብኹም ኣጞቢቕኩም ሓልዉ፡ ኣብቲ ብግልጞት ዚሱስ ክርስቶስ ዚርኚብ ጾጋ ተስፋ ግበሩ።
67,269

67,270
am_tg
ታዛዥ ልጆቜ እንደመሆናቜሁ መጠን ቀድሞ እውቀት ባልነበራቜሁ ጊዜ ትኚተሉት በነበሹው ምኞት መሠሚት መቀሚጻቜሁን አቁሙፀ
ኹም እዙዛት ውሉዳት፡ በቲ ኣቐዲምኩም ብድንቍርናኹም ዝነበሚኩም ትምኒት ደጊም ኣይትቀሚጹ፣
67,271

67,272
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ዚጠራቜሁ ቅዱስ አምላክ፣ ቅዱስ እንደሆነ ሁሉ እናንተም በምግባራቜሁ ሁሉ ቅዱሳን ሁኑፀ
ዚግዳስ፡ ኚምቲ እቲ ዝጞውዓኩም ቅዱስ ዝዀነ፡ ንስኻትኩም እውን ብዅሉ ኣካይዳኹም ቅዱሳት ኩኑ፣
67,273

67,274
am_tg
“እኔ ቅዱስ ስለሆንኩ እናንተም ቅዱሳን ሁኑ” ተብሎ ተጜፏልና።
ኚመይሲ፡ “ኣነ ቕዱስ እዚ እሞ፡ ቅዱሳት ኩኑ” ተባሂሉ ተጻሒፉ ኣሎ።
67,275

67,276
am_tg
ደግሞም ምንም ሳያዳላ በእያንዳንዱ ላይ እንደ ሥራው ዹሚፈርደውን አባት ዚምትለምኑ ኹሆነ ጊዜያዊ ነዋሪዎቜ ሆናቜሁ በምትኖሩበት ዘመን ሁሉ አምላክን በመፍራት ኑሩ።
ነቲ ንነፍሲ ወኹፍ ብዘይ ኣድልዎ ኾኹም ግብሩ ዚፈርድ ኣቊ ትጜውዕዎ ኻብ ኰንኩም ኚኣ፡ ኣብዚ ግዜ ግሜነትኩም ብፍርሃት ንበሩ።
67,277

67,278
am_tg
እናንተ ኚቀድሞ አባቶቻቜሁ ኚወሚሳቜሁት ኚንቱ አኗኗር ነፃ ዚወጣቜሁት ሊበላሹ በሚቜሉ ነገሮቜ ይኾውም በብር ወይም በወርቅ እንዳልሆነ ታውቃላቜሁና።
ካብቲ ኻብ ኣቊታትኩም እተቐበልኩምዎ ኞንቱ ኣነባብራኹም ናጻ ዝዀንኩም፡ ብሓላፊ ነገራት፡ ብብሩር ወይስ ብወርቂ፡ ኹም ዘይኰነ ትፈልጡ ኢኹም።
67,279

67,280
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ነፃ ዚወጣቜሁት ነውርና እንኚን እንደሌለበት በግ ደም ባለ ውድ ደም ይኾውም በክርስቶስ ደም ነው።
ዚግዳስ፡ በቲ ኾም ናይ ኣበርን ርስሓትን ዘይብሉ ገንሾል ዝዀነ ኜቡር ደም ክርስቶስ ኢኹም ድሒንኩም።
67,281

67,282
am_tg
እርግጥ እሱ አስቀድሞ ዚታወቀው፣ ዓለም ኚመመሥሚቱ በፊት ነውፀ ሆኖም ለእናንተ ሲባል በዘመናት መጚሚሻ ላይ እንዲገለጥ ተደሚገ።
ንሱስ ቅድሚ ምስራት ዓለም ኣቐዲሙ ተፈሊጡ እዩ፣ ኣብ መወዳእታ ግዜያት ግና ምእንታኹም ተጋሂዱ እዩ።
67,283

67,284
am_tg
እናንተም እምነታቜሁና ተስፋቜሁ በአምላክ ላይ ይሆን ዘንድ እሱን ኚሞት ባስነሳውና ክብር ባጎናጞፈው አምላክ ያመናቜሁት በእሱ አማካኝነት ነው።
እምነትኩምን ተስፋኹምን ብኣምላኜ ምእንቲ ኪኞውንሲ፡ ብእኡ ኣቢልኩም በቲ ኻብ ምዉታት ዘተንስኊን ክብሪ ዝሃቩን ኣምላኜ ኣሚንኩም ኣለኹም።
67,285

67,286
am_tg
እንግዲህ ለእውነት በመታዘዝ ራሳቜሁን ስላነጻቜሁ ግብዝነት ዚሌለበት ዚወንድማማቜ መዋደድ አላቜሁፀ በመሆኑም እርስ በርሳቜሁ አጥብቃቜሁ ኚልብ ተዋደዱ።
ንሓቂ ብዘሎኩም ተኣዛዝነት ርእስኹም ካብ ኣንጻህኩም እሞ ግብዝና ዘይብላ ሕውነታዊት ፍቕሪ ኻብ ሃለወትኩም፡ ካብ ልቢ፡ ንሓድሕድኩም ኣጞቢቕኩም ተፋቐሩ።
67,287

67,288
am_tg
ሕያው በሆነውና ጞንቶ በሚኖሹው አምላክ ቃል አማካኝነት እንደ አዲስ ዚተወለዳቜሁት በሚበሰብስ ሳይሆን በማይበሰብስ ዘር ነው።
ካብ ሓላፊ ዘይኰነስ፡ ካብ ዘይሓልፍ ዘርኢ፡ ብቓል እቲ ህያውን ነባርን ኣምላኜ ኢኹም ኹም ብሓድሜ እተወለድኩም።
67,289

67,290
am_tg
“ሥጋ ሁሉ እንደ ሣር ነውናፀ ክብሩም ሁሉ እንደ ሜዳ አበባ ነውፀ ሣሩ ይጠወልጋልፀ አበባውም ይሚግፋልፀ
ኚመይሲ፡ “ኵሉ ስጋ ኾም ሳዕሪ፡ ኵሉ ኜብሩ እውን ኹም ዕምባባ መሮር እዩ፣ እቲ ሳዕሪ ይነቅጜ፡ እቲ ዕምባባ እውን ይሚግፍ፣
67,291

67,292
am_tg
ዹይሖዋ ቃል ግን ለዘላለም ጞንቶ ይኖራል።” ለእናንተም ዚተሰበኚላቜሁ ምሥራቜ ይህ “ቃል” ነው።
ቃል ዹሆዋ ግና ንዘለኣለም ይነብር።” እዚ “ቓል” እዚ ኞኣ፡ እቲ እተሰብኚልኩም ብስራት እዩ።
67,293

67,294
am_tg
በተመሳሳይም እናንተ ሚስቶቜ፣ ለቃሉ ዚማይታዘዙ ባሎቜ ካሉ ያለቃል በሚስቶቻ቞ው ምግባር እንዲማሚኩ ለባሎቻቜሁ ተገዙፀ
ኚምኡ ድማ፡ ኣትን ኣንስቲ፡ ገለ ነቲ ቓል ዘይእዘዙ እንተ ኣልዮም፡ ብዘይ ቃል ብኣካይዳ ኣንስቶም ምእንቲ ኺማሚኹ ንሰብኡትክን ተገዝኣኊም፣
67,295

67,296
am_tg
ሊማሚኩ ዚሚቜሉትም ንጹሕ ምግባራቜሁንና ዚምታሳዩትን ጥልቅ አክብሮት ሲመለኚቱ ነው።
ኚምኡ ዚዀኑ ድማ፡ ነቲ ንጹህ ኣካይዳኜንን ብዙሕ ኣኜብሮትክንን ምስ ሚኣዩ እዮም።
67,297

67,298
am_tg
ውበታቜሁ በውጫዊ ነገሮቜ በማጌጥ ይኾውም ሹሩባ በመሠራት፣ ዹወርቅ ጌጣጌጊቜ በማድሚግ ወይም ያማሚ ልብስ በመልበስ አይሁንፀ
ስልማትክን ደጋዊ፡ ማለት ቍኖ ጾጕርን ስልማት ወርቅን ምኜዳን ጜቡቕ ክዳውንትን ኣይኹን፣
67,299