Unnamed: 0
int64
0
68.7k
prefix
stringclasses
2 values
in_put
stringlengths
3
274
out_put
stringlengths
3
274
67,300
am_tg
ኹዚህ ይልቅ ውበታቜሁ ዹማይጠፋውን ጌጥ ይኾውም በአምላክ ፊት ኹፍተኛ ግምት ዹሚሰጠውን ዹሰኹነና ገር መንፈስ ዹተላበሰ ዹተሰወሹ ዚልብ ሰው ይሁን።
ዚግዳስ፡ እቲ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቲ ኣምላኜ ክቡር ዝዀነ ብህዱእን ልኡምን መንፈስ ብዘይሓልፍ ስልማት እተሰለመ ኣብ ልቢ ዘሎ ሕቡእ ሰብ ይኹን።
67,301
tg_am

67,302
am_tg
ተስፋ቞ውን በአምላክ ላይ ዚጣሉ በቀድሞ ጊዜ ዚነበሩ ቅዱሳን ሎቶቜ ራሳ቞ውን ለባሎቻ቞ው በማስገዛት በዚህ ዓይነት ሁኔታ ራሳ቞ውን ያስውቡ ነበርናፀ
ቀደም ድማ እተን ተስፋአን ኣብ ኣምላኜ ዝገበራ ቕዱሳት ኣንስቲ፡ ንሰብኡተን እናተገዝኣ፡ ኹምዚ እዚን እተሰለማ።
67,303

67,304
am_tg
ሣራም አብርሃምን ጌታዬ እያለቜ በመጥራት ትታዘዘው ነበር። እናንተም መልካም ማድሚጋቜሁን ኚቀጠላቜሁና በፍርሃት ካልተሞነፋቜሁ ልጆቿ ናቜሁ።
ኚምኡ እውን ሳራ ንኣብርሃም፡ ጐይታይ እናበለት ትእዘዞ ነይራ እያ። ንስኻትክን ኚኣ ሰናይ እትገብራን ገለ ዘይትፈርሃን እንተ ዄንክንሲ፡ ደቃ ኢኜን።
67,305

67,306
am_tg
በተመሳሳይም እናንተ ባሎቜ ኚእነሱ ጋር በእውቀት አብራቜሁ ኑሩ። እነሱም ኚእናንተ ጋር ዚሕይወትን ጾጋ አብሚው ስለሚወርሱ ጞሎታቜሁ እንዳይታገድ ኚእናንተ ይበልጥ እንደ ተሰባሪ ዕቃ ዚሆኑትን ሎቶቜን አክብሯ቞ው።
ኣቱም ሰብኡት፡ ኚምኡ ምስ ኣንስትኹም ብፍልጠት ንበሩ። ንሳተን ምሳኻትኩም ጾጋ ህይወት ስለ ዚወርሳ፡ ጞሎትኩም ምእንቲ ኞይዕገት፡ ኹም ተነቃፊት ኣቕሓ ጌርኩም ኣኜብርወን።
67,307

67,308
am_tg
በመጚሚሻም ሁላቜሁም ዚአስተሳሰብ አንድነት ይኑራቜሁፀ ዹሌላውን ስሜት ዚምትሚዱ ሁኑፀ ዚወንድማማቜ መዋደድ ይኑራቜሁፀ ኚአንጀት ዚምትራሩ ሁኑፀ ትሑታን ሁኑ።
ኣብ መወዳእታ፡ ኵላትኩም ሓደ ዝሓሳቊም፡ እትደናገጹ፡ ሕውነታዊት ፍቕሪ ዘላትኩም፡ ርሕሩሓት፡ ትሑታት ኩኑ።
67,309

67,310
am_tg
ክፉን በክፉ ወይም ስድብን በስድብ አትመልሱ። ኹዚህ ይልቅ ባርኩፀ ዚተጠራቜሁት ይህን ጎዳና በመኹተል በሚኚትን እንድትወርሱ ነውና።
ክፉእ ኣብ ክንዲ ኜፉእ፡ ወይስ ጾርፊ ኣብ ክንዲ ጾርፊ ኣይትምለሱ። ኣብ ክንዳኡስ፡ በሚኞት ምእንቲ ኜትወርሱ፡ ነዚ ኢኹም እተጞዋዕኩም እሞ፡ ባርኹ።
67,311

67,312
am_tg
ስለዚህ “ሕይወትን ዚሚወድና መልካም ቀኖቜን ማዚት ዹሚፈልግ ሰው በምላሱ ክፉ ነገር ኚመናገር፣ በኚንፈሩም ኚማታለል ይቆጠብ።
ኚመይሲ፡ “እቲ ህይወት ዚፈቱን ጜቡቕ መዓልትታት ኪርኢ ዚደልን፡ ልሳኑ ኻብ ክፉእ፡ ኚናፍሩ እውን ምትላል ካብ ምዝራብ ይሓሉ።
67,313

67,314
am_tg
ክፉ ኹሆነ ነገር ይራቅፀ መልካም ዹሆነውንም ያድርግፀ ሰላምን ይፈልግፀ ይኚተለውም።
ካብ ክፉእ ይርሓቕ፡ ሰናይ ድማ ይግበር፣ ንሰላም ይድለያ፡ ይስዓባ እውን።
67,315

67,316
am_tg
ዹይሖዋ ዓይኖቜ ጻድቃንን ይመለኚታሉናፀ ጆሮዎቹም ምልጃቾውን ይሰማሉፀ ዹይሖዋ ፊት ግን ክፉ ነገሮቜን በሚያደርጉ ላይ ነው።”
ምኜንያቱ፡ ኣዒንቲ ዹሆዋ ናብ ጻድቃን፡ ኣእዛኑ እውን ንምህለላኩም ይሰምዓ እዚን፣ ገጜ ዹሆዋ ግና ኣንጻር እቶም ክፉእ ዚገብሩ እዩ።”
67,317

67,318
am_tg
መልካም ነገር ለማድሚግ ቀናተኞቜ ብትሆኑ ጉዳት ዚሚያደርስባቜሁ ማን ነው?
ንሰናይ ቀናኣት እንተ ዄንኩም፡ መን እዩ ዚጐድኣኩም፧
67,319

67,320
am_tg
ሆኖም ለጜድቅ ስትሉ መኚራ ብትቀበሉ ደስተኞቜ ናቜሁ። ይሁን እንጂ እነሱ ዚሚፈሩትን እናንተ አትፍሩፀ ደግሞም አትሞበሩ።
ግናኞ፡ ስለ ጜድቂ መኚራ እኳ እንተ ጞገብኩም፡ ሕጉሳት ኢኹም። ነቲ ንሳቶም ዚፈርህዎ ግና ኣይትፍርህዎ፡ ኣይትሚበሹ እውን።
67,321

67,322
am_tg
ነገር ግን ክርስቶስን እንደ ጌታ አድርጋቜሁ በልባቜሁ ቀድሱት። እናንተ ስላላቜሁ ተስፋ፣ ምክንያት እንድታቀርቡ ለሚጠይቃቜሁ ሰው ሁሉ መልስ ለመስጠት ዘወትር ዝግጁ ሁኑፀ ይህን ስታደርጉ ግን በገርነት መንፈስና በጥልቅ አክብሮት ይሁን።
ዚግዳስ፡ ንክርስቶስ ኹም ጐይታ ብልብኹም ቀድስዎ፣ ብዛዕባ እታ ኣባኻትኩም ዘላ ተስፋ ምኜንያት ንዚሓትተኩም ዘበለ ምላሜ ንምሃብ ኵሉ ሳዕ እተዳሎኹም ኩኑ፣ ነዚ ግና ብልእመትን ብብዙሕ ኣኜብሮትን ግበርዎ።
67,323

67,324
am_tg
ስለ እናንተ መጥፎ ነገር ዚሚናገሩ ሰዎቜ፣ ዚክርስቶስ ተኚታዮቜ እንደመሆናቜሁ መጠን በምታሳዩት መልካም ምግባር ዚተነሳ ስለ እናንተ በሚናገሩት በማንኛውም መጥፎ ነገር እንዲያፍሩ ጥሩ ሕሊና ይኑራቜሁ።
ኣብቲ እትንቀፍዎ ዘበለ፡ እቶም ዚነቕፉኹም በቲ ኾም ሰዓብቲ ክርስቶስ ዘሎኩም ሰናይ ኣካይዳ ምእንቲ ኺሓፍሩስ፡ ሰናይ ሕልና ይሃሉኹም።
67,325

67,326
am_tg
ክፉ ነገር ሠርታቜሁ መኚራ ኚምትቀበሉ ይልቅ ዹአምላክ ፈቃድ ኚሆነ፣ መልካም ነገር ሠርታቜሁ መኚራ ብትቀበሉ ይሻላልና።
ፍቓድ ኣምላኜ ኹምዚ እንተ ደልይዎስ፡ ካብ እኚይ እናገበርኩም፡ ሰናይ እናገበርኩም መኚራ ኜትጞግቡ ይሓይሜ።
67,327

67,328
am_tg
ጻድቅ ዹሆነው ክርስቶስ እንኳ ለዓመፀኞቜ ሲል ለአንዮና ለመጚሚሻ ጊዜ በመሞት ኚኃጢአት ነፃ አውጥቷ቞ዋልና። ይህን ያደሚገው እናንተን ወደ አምላክ ለመምራት ነው። ሥጋ ሆኖ ተገደለፀ ሆኖም መንፈስ ሆኖ ሕያው ሆነ።
ምኜንያቱ፡ ክርስቶስ እውን ናብ ኣምላኜ ምእንቲ ኺመርሓኩም ኢሉ፡ ስለ ሓጢኣት ሓንሳእ ንሓዋሩ ሞይቱ እዩ፣ ማለት ጻድቕ ስለ ዓመጜቲ ሞይቱ እዩ። ብስጋ ሞይቱ፡ ብመንፈስ ግና ህያው ኰይኑ።
67,329

67,330
am_tg
በዚህ ሁኔታ እያለም ሄዶ በእስር ላሉት መናፍስት ሰበኚላ቞ውፀ
ኚምኡ ኢሉ ኞይዱ ድማ ነቶም ኣብ ቀት ማእሰርቲ እተኣስሩ መናፍስቲ ሰቢኹሎም።
67,331

67,332
am_tg
እነዚህ መናፍስት ቀደም ሲል ማለትም በኖኅ ዘመን ጥቂት ሰዎቜ ይኾውም ስምንት ነፍሳት በውኃው መካኚል አልፈው ዚዳኑበት መርኚብ እዚተሠራ በነበሚበት ጊዜ፣ አምላክ በትዕግሥት እዚጠበቀ ሳለ ሳይታዘዙ ዚቀሩ ና቞ው።
ንሳቶም እቶም ቀደም ብዘመን ኖህ፡ ኣምላኜ ብትዕግስቲ ኺጜበ ኞሎ፡ እታ ሒደት ሰባት፡ ማለት ሾሞንተ ነፍሲ ብማይ ዝደሓናላ መርኚብ ኚኣ ክትስራሕ ኚላ፡ ዘይተኣዘዙ እዮም።
67,333

67,334
am_tg
አሁንም ኹዚህ ጋር ተመሳሳይ ዹሆነው ጥምቀት በኢዚሱስ ክርስቶስ ትንሣኀ አማካኝነት እናንተን እያዳናቜሁ ነው። ጥምቀት ዚሰውነትን እድፍ ዚሚያስወግድ ሳይሆን ጥሩ ሕሊና ለማግኘት ለአምላክ ዚሚቀርብ ልመና ነው።
እቲ ነዚ ዚመስል ጥምቀት ድማ ሕጂ ዚድሕነኩም ኣሎ፣ እዚ ኞኣ ርስሓት ስጋ ብምውጋድ ዘይኰነስ፡ ንኣምላኜ ሰናይ ሕልና ብምልማን፡ ብትንሳኀ ዚሱስ ክርስቶስ እዩ።
67,335

67,336
am_tg
ኢዚሱስ ወደ ሰማይ ዹሄደ ሲሆን አሁን በአምላክ ቀኝ ይገኛልፀ እንዲሁም መላእክት፣ ሥልጣናትና ኃይላት እንዲገዙለት ተደርጓል።
ንሱ ናብ ሰማይ ኚይዱ፡ ኣብ ዹማን ኣምላኜ ኣሎ፣ መላእኜትን ስልጣናትን ሓይልታትን ድማ ይግዝእዎ ኣለዉ።
67,337

67,338
am_tg
እንግዲህ ክፋትን ሁሉ፣ ማታለልን፣ ግብዝነትን፣ ቅናትንና ሐሜትን ሁሉ አስወግዱ።
እምበኣር፡ ኵሉ ኜፍኣትን ተንኰልን ግብዝናን ቅንእን ሕሜትን ኣርሕቑ።
67,339

67,340
am_tg
ገና እንደተወለዱ ሕፃናት በአምላክ ቃል ውስጥ ለሚገኘው ያልተበሚዘ ወተት ጉጉት አዳብሩፀ ይህም በእሱ አማካኝነት ወደ መዳን ማደግ እንድትቜሉ ነውፀ
ሕጂ ኾም እተወልዱ ሕጻናት፡ ብእኡ ንድሕነት ምእንቲ ኜትዓብዩ፡ ነቲ ሕዋስ ዘይብሉ ጞባ እቲ ቓል ብሃግዎ፣
67,341

67,342
am_tg
ጌታ ደግ መሆኑን ቀምሳቜኋልና።
ጐይታ ለዋህ ምዃኑስ ጥዒምኩም ኢኹም።
67,343
tg_am
ጐይታ ለዋህ ምዃኑስ ጥዒምኩም ኢኹም።
ጌታ ደግ መሆኑን ቀምሳቜኋልና።
67,344
am_tg
በሰዎቜ ወደተናቀው በአምላክ ግን ወደተመሹጠውና በፊቱ ክቡር ወደሆነው ወደ እሱ ይኾውም ሕያው ወደሆነው ድንጋይ በመምጣት
ናብቲ ብሰብ ንዑቕ፡ ብኣምላኜ ግና ሕሩይን ክቡርን ዝዀነ ህያው እምኒ እናቐሚብኩም፡
67,345

67,346
am_tg
እናንተ ራሳቜሁ ቅዱሳን ካህናት ለመሆን እንደ ሕያዋን ድንጋዮቜ መንፈሳዊ ቀት ለመሆን እዚተገነባቜሁ ነውፀ ይህም በኢዚሱስ ክርስቶስ አማካኝነት በአምላክ ዘንድ ተቀባይነት ያለው መንፈሳዊ መሥዋዕት ማቅሚብ ትቜሉ ዘንድ ነው።
ንስኻትኩም እውን ኣብ ኣምላኜ ቅቡል ዝዀነ መንፈሳዊ መስዋእቲ ብዚሱስ ክርስቶስ ምእንቲ ኞተቕርቡ፡ ኹም ህያዋን ኣእማን ንቕዱስ ክህነት መንፈሳዊ ቀት ንምዃን ትህነጹ ኣለኹም።
67,347

67,348
am_tg
ምክንያቱም ቅዱስ መጜሐፉ እንዲህ ይላል፩ “እነሆ፣ በጜዮን ዹተመሹጠ ድንጋይ ይኾውም ክቡር ዹሆነ ዹማዕዘን ዚመሠሚት ድንጋይ አኖራለሁፀ ደግሞም በእሱ ዚሚያምን ሁሉ ፈጜሞ አያፍርም።”
ምኜንያቱ፡ ኣብ ቅዱስ ጜሑፍ፡ “እንሆ፡ ኣብ ጜዮን ሕሩይ እምኒ፡ ክቡር እምኒ መኣዝን መሰሚት አንብር ኣለኹ፣ ብእኡ ዚኣምን ኚኣ ኣይኪሓፍርን እዩ” ዚብል ኣሎ።
67,349

67,350
am_tg
በመሆኑም እናንተ አማኞቜ ስለሆናቜሁ እሱ ለእናንተ ክቡር ነውፀ ዚማያምኑትን በተመለኹተ ግን እንዲህ ተብሎ ተጜፏልፊ “ግንበኞቜ ዚናቁት ድንጋይ፣ እሱ ዹማዕዘን ራስ ድንጋይ ሆነ”ፀ
እምበኣር፡ ንዓኻትኩም ንእትኣምኑ እዩ ኜቡር፣ ነቶም ዘይኣምኑ ግና፡ “እቲ ነደቕቲ ዝነዓቕዎ እምኒ፡ ንሱ ርእሲ እምኒ መኣዝን ኰይኑ ኣሎ፣”
67,351

67,352
am_tg
እንዲሁም “ዚሚያደናቅፍ ድንጋይና ዚሚያሰናክል ዓለት ሆነ።” እነሱ ዚሚሰናኚሉት ለቃሉ ስለማይታዘዙ ነው። እነዚህ ሰዎቜ ዚሚጠብቃ቞ው ነገር ይኾው ነው።
“እምኒ መዐንቀፍን ኹውሒ መሐንኰልን” እውን እዩ። ነቲ ቓል ስለ ዘይተኣዘዙ፡ ይዕንቀፉ ኣለዉ። ኣብ መወዳእታ ድማ እዚ እዩ ዚጜበዮም።
67,353

67,354
am_tg
እናንተ ግን ኹጹለማ ወደ አስደናቂ ብርሃኑ ዚጠራቜሁን ዚእሱን “ድንቅ ባሕርያት በዚቊታው እንድታውጁ ዹተመሹጠ ዘር፣ ንጉሣዊ ካህናት፣ ቅዱስ ብሔር፣ ልዩ ንብሚት እንዲሆን ዹተለዹ ሕዝብ” ናቜሁ።
ንስኻትኩም ግና ናይቲ ኻብ ጞልማት ናብ ዜገርም ብርሃኑ ዝጞውዓኩም “ብሉጜነት ምእንቲ ኜትእውጁ፡ ሕሩይ ዓሌት፡ ንጉሳዊ ኜህነት፡ ቅዱስ ህዝቢ፡ ፍሉይ ጥሪት ዝዀነ ህዝቢ ኢኹም።”
67,355

67,356
am_tg
እናንተ በአንድ ወቅት ዹአምላክ ሕዝብ አልነበራቜሁምፀ አሁን ግን ዹአምላክ ሕዝብ ናቜሁፀ ቀደም ሲል ምሕሚት አልተደሚገላቜሁም ነበርፀ አሁን ግን ምሕሚት አግኝታቜኋል።
ሓደ እዋን ህዝቢ ዘይነበርኩም፡ ሕጂ ግና ህዝቢ ኣምላኜ ኢኹም፣ ሓደ እዋን ዘይተመሓርኩም ዝነበርኩም፡ ሕጂ ግና ተማሒርኩም ኢኹም።
67,357

67,358
am_tg
ዚተወደዳቜሁ ወንድሞቜ፣ ዚባዕድ አገር ሰዎቜና ጊዜያዊ ነዋሪዎቜ እንደመሆናቜሁ መጠን እናንተን ኚሚዋጉት ሥጋዊ ፍላጎቶቜ ምንጊዜም እንድትርቁ አሳስባቜኋለሁ።
ፍቑራተዚ፡ ኹም ጓኖትን ኹም ኣጋይሜን፡ ካብቲ ምሳኻትኩም ዚዋጋእ ትምኒት ስጋ ኜትርሕቁ እምዕደኩም ኣለኹ።
67,359

67,360
am_tg
ክፉ አድራጊዎቜ እንደሆናቜሁ አድርገው ሲኚሷቜሁ መልካም ሥራቜሁን በዓይናቾው ማዚት እንዲቜሉ ብሎም አምላክ ለመመርመር በሚመጣበት ቀን እሱን እንዲያኚብሩ በዓለም ባሉ ሰዎቜ መካኚል መልካም ምግባር ይኑራቜሁ።
ኹም ገበርቲ ኜፉእ ገይሮም ኪነቕፉኹም ኚለዉ፡ ንሰናይ ግብርኹም ርእዮም በታ መዓልቲ መርመራ ንኣምላኜ ምእንቲ ኌሞግስዎ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ኣካይዳኹም ኣጞብቑ።
67,361

67,362
am_tg
ለጌታ ብላቜሁ ለሰብዓዊ ሥልጣን ሁሉ ተገዙ፩ ዹበላይ ስለሆነ ለንጉሥ ተገዙፀ
ምእንቲ ጐይታ ኢልኩም፡ ንዅሉ እቲ ሰብ ዝፈጠሮ ተገዝኡ፣ ነቲ ልዑል ዝዀነ ንጉስ
67,363

67,364
am_tg
ደግሞም ክፉ አድራጊዎቜን ለመቅጣት፣ መልካም ዚሚያደርጉትን ግን ለማመስገን በእሱ ዚተላኩ ስለሆኑ ለገዢዎቜ ተገዙ።
ወይስ ነቶም ንገበርቲ ኜፉእ ኪቐጜዑ፡ ንገበርቲ ሰናይ ግና ኪንእዱ ብእኡ እተላእኩ ሹማምንቲ ተገዝኡ።
67,365

67,366
am_tg
ዹአምላክ ፈቃድ፣ መልካም ነገር በማድሚግ ኚንቱ ንግግር ዚሚናገሩትን ምክንያታዊ ያልሆኑ ሰዎቜ አፍ ዝም እንድታሰኙ ነውና።
ኚመይሲ፡ ሰናይ ብምግባር፡ ነቲ እቶም ዓያሹ ብድንቍርና ዚዛሚብዎ ኜትዓብሱ፡ ፍቓድ ኣምላኜ እዩ።
67,367

67,368
am_tg
እንደ ነፃ ሰዎቜ ኑሩፀ ነፃነታቜሁን እንደ አምላክ ባሪያዎቜ ሆናቜሁ ተጠቀሙበት እንጂ ለክፋት መሾፈኛ አታድርጉት።
ኹም ሓራ ሰባት፡ ኹም ባሮት ኣምላኜ ኩኑ እምበር፡ ንሓርነትኩም ኹም መጐልበቢ ኜፍኣት ኣይትግበርዎ።
67,369

67,370
am_tg
ሁሉንም ዓይነት ሰው አክብሩፀ ለመላው ዚወንድማማቜ ማኅበር ፍቅር ይኑራቜሁፀ አምላክን ፍሩፀ ንጉሥን አክብሩ።
ንዅሉ ዓይነት ሰብ ኣኜብሩ፡ ንዅሎም ኣሕዋት ኣፍቅሩ፡ ንኣምላኜ ፍርህዎ፡ ንንጉስ ኣኜብርዎ።
67,371

67,372
am_tg
አገልጋዮቜ ጥሩና ምክንያታዊ ለሆኑት ብቻ ሳይሆን በቀላሉ ለማይደሰቱ ጌቶቻ቞ውም እንኳ ተገቢ ፍርሃት በማሳዚት ይገዙ።
ገላዉ ነቶም ሕያዎትን ልዙባትን ጥራይ ዘይኰነስ፡ ነቶም ብቐሊሉ ዘይሕጐሱ ጐይተቶም እውን ብግቡእ ፍርሃት ይገዝእዎም።
67,373

67,374
am_tg
አንድ ሰው በአምላክ ፊት ንጹሕ ሕሊና እንዲኖሚው ሲል መኚራን ቜሎ ቢያሳልፍና ግፍ ቢደርስበት ይህ ደስ ዚሚያሰኝ ነውና።
ኚመይሲ፡ ሓደ ሰብ ስለቲ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ዘለዎ ሕልና ኢሉ፡ ጾገም እንተ ተጻዊሩን እንተ ተዓሚጹን፡ ባህ ዜብል እዩ።
67,375

67,376
am_tg
ኃጢአት በመሥራታቜሁ ዚሚደርስባቜሁን ዱላ ብትቋቋሙ ምን ጥቅም አለው? መልካም ነገር በማድሚጋቜሁ መኚራ ሲደርስባቜሁ ቜላቜሁ ብታሳልፉ ግን ይህ አምላክ ደስ ዚሚሰኝበት ነገር ነው።
ብምሕጣእኩም መውቃዕቲ እንተ ተጻዊርኩምሲ፡ እንታይ ዚንኣድ ነገር ኣለዎ፧ ሰናይ ብምግባርኩም መኚራ እንተ ተጻዊርኩም ግና፡ እዚ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ቅቡል እዩ።
67,377

67,378
am_tg
ደግሞም ዚተጠራቜሁት በዚህ ጎዳና እንድትሄዱ ነውፀ ምክንያቱም ክርስቶስም እንኳ ዚእሱን ፈለግ በጥብቅ እንድትኚተሉ አርዓያ ትቶላቜሁ ስለ እናንተ መኚራ ተቀብሏል።
ነዚ ኞኣ ኢኹም እተጞዋዕኩም እሞ፡ ክርስቶስ እኳ ኣስኣሰሩ ኜትስዕቡ ኣርኣያ እናሓደገልኩም ምእንታኹም መኚራ ጞጊቡ እዩ።
67,379

67,380
am_tg
እሱ ምንም ኃጢአት አልሠራምፀ በአንደበቱም ዚማታለያ ቃል አልተገኘም።
ንሱ ሓጢኣት ኣይገበሚን፡ ኣብ ኣፉ እውን ምትላል ኣይተሚኜበን።
67,381

67,382
am_tg
ሲሰድቡት መልሶ አልተሳደበም። መኚራ ሲደርስበት አልዛተምፀ ኹዚህ ይልቅ በጜድቅ ለሚፈርደው ራሱን በአደራ ሰጠ።
ምስ ተጞርፈ፡ መሊሱ ኣይጞሚፈን። መኚራ ኺጞግብ ኹሎ ድማ፡ ነቲ ብጜድቂ ዚፈርድ ደኣ ነገሩ ኣሕሊፉ ሃበ እምበር፡ ኣዚፈራርሀን።
67,383

67,384
am_tg
ለኃጢአት ሞተን ለጜድቅ እንድንኖር እሱ ራሱ በገዛ አካሉ ኃጢአታቜንን በእንጚት ላይ ተሞኚመ። ደግሞም “በእሱ ቁስል እናንተ ተፈወሳቜሁ።”
ንሓጢኣት ሞይትና፡ ንጜድቂ ምእንቲ ኜንነብር፡ ንሱ ባዕሉ ንሓጢኣትና ኣብ ሰብነቱ ኣብ ጕንዲ ጟይርዎ እዩ። “ብቝስሉ ኢኹም ዝሓወኹም።”
67,385

67,386
am_tg
እናንተ እንደባዘኑ በጎቜ ነበራቜሁናፀ አሁን ግን ወደ ነፍሳቜሁ እሚኛና ጠባቂ ተመልሳቜኋል።
ኚመይሲ፡ ኹም ብራርያ ኣባጊዕ ኢኹም ዝነበርኩም፣ ሕጂ ግና ናብቲ ጓሳን ሓላውን ነፍሳትኩም ተመሊስኩም ኣለኹም።
67,387

67,388
am_tg
ስለዚህ እኔም እንደ እነሱ ሜማግሌ እንዲሁም ዚክርስቶስ መኚራ ምሥክርና ወደፊት ዹሚገለጠው ክብር ተካፋይ እንደመሆኔ መጠን በመካኚላቜሁ ያሉትን ሜማግሌዎቜ እንዲህ በማለት አጥብቄ እለምናለሁፊ
እምበኣር፡ ነቶም ኣብ መንጎኹም ዘለዉ ሜማግለታት፡ ኣነ መሞማግልቶምን ምስክር መኚራ ክርስቶስን ተኻፋሊ እቲ ዚግለጜ ክብርን ዝዀንኩ፡ እዚ እምሕጞኖም ኣለኹፊ
67,389

67,390
am_tg
ዹበላይ ተመልካ቟ቜ ሆናቜሁ በማገልገል በአደራ ዚተሰጣቜሁን ዹአምላክን መንጋ እንደ እሚኛ ጠብቁፀ ሥራቜሁን በግዎታ ሳይሆን በአምላክ ፊት በፈቃደኝነት ተወጡፀ አግባብ ያልሆነ ጥቅም ለማግኘት በመመኘት ሳይሆን ለማገልገል በመጓጓት፣
ነቲ ኣብ ትሕቲ ሓልዮትኩም ዘሎ መጓሰ ኣምላኜ ሓለውቲ ዄንኩም እናኣገልገልኩም ጓስይዎ፣ ግናኞ፡ ኣብ ቅድሚ ኣምላኜ ብፍታው እምበር፡ ብግዲ ኣይኹን፣ ብሃንቀውታ እምበር፡ ንዘይግቡእ ሚብሓ እውን ኣይኹን፣
67,391

67,392
am_tg
ዹአምላክ ንብሚት በሆኑት ላይ ሥልጣናቜሁን በማሳዚት ሳይሆን ለመንጋው ምሳሌ በመሆን ጠብቁ።
ነቲ መጓሰ ኣርኣያ እናዀንኩምዎ እምበር፡ ኣብቶም ርስቲ ኣምላኜ ዝዀኑ እትጕይተቱ ኣይትኹኑ።
67,393

67,394
am_tg
ዚእሚኞቜ አለቃ በሚገለጥበት ጊዜ ዹማይጠፋ ዚክብር አክሊል ትቀበላላቜሁ።
እቲ ሓለቓ ጓሶት ምስ ተጋህደ ድማ፡ ዘይጜምሉ ኣኜሊል ክብሪ ኜትቅበሉ ኢኹም።
67,395

67,396
am_tg
በተመሳሳይም እናንተ ወጣቶቜ፣ ለሜማግሌዎቜ ተገዙ። ይሁንና እርስ በርስ ባላቜሁ ግንኙነት ሁላቜሁም ትሕትናን ልበሱፀ ምክንያቱም አምላክ ትዕቢተኞቜን ይቃወማልፀ ለትሑታን ግን ጾጋን ይሰጣል።
ኚምኡ ድማ፡ ኣቱም ኣጕባዝ፡ ንዚዓብዩኹም ተገዝእዎም። ኣምላኜ ንዕቡያት ይጻሚሮም፡ ንትሑታት ግና ጾጋ ይህቩም እዩ እሞ፡ ኵላትኩም ንሓድሕድኩም ኣብ ዘሎኩም ርክብ ትሕትና ተዓጠቑ።
67,397

67,398
am_tg
ስለዚህ በተገቢው ጊዜ ኹፍ እንዲያደርጋቜሁ ኹኃይለኛው ዹአምላክ እጅ በታቜ ራሳቜሁን ዝቅ አድርጉፀ
እምበኣር፡ ብግዜኡ ንሱ ልዕል ምእንቲ ኌብለኩም፡ ኣብ ትሕቲ እታ ሓያል ኢድ ኣምላኜ ትሕት በሉ።
67,399