Unnamed: 0
int64 0
68.7k
| prefix
stringclasses 2
values | in_put
stringlengths 3
274
| out_put
stringlengths 3
274
|
|---|---|---|---|
67,500
|
am_tg
|
ከሁሉ አስቀድሞ ይህን እወቁ፦ በመጨረሻዎቹ ቀናት የራሳቸውን ምኞት እየተከተሉ የሚያፌዙ ፌዘኞች ይመጣሉ።
|
ኣብተን ዳሕሮት መዓልትታት ከም ትምኒቶም ዚመላለሱ መላገጽቲ ምስ ላግጾም ከም ዚመጹ፡ ቅድሚ ዅሉ እዚ ፍለጡ።
|
67,501
|
tg_am

67,502
|
am_tg
|
እነዚህ ፌዘኞች “‘እገኛለሁ’ ያለው ታዲያ የት አለ? አባቶች በሞት ካንቀላፉበት ጊዜ ጀምሮ ሁሉም ነገር ከፍጥረት መጀመሪያ አንስቶ እንዳለ ይቀጥላል” ይላሉ።
|
ንሳቶም ከኣ፡ “እቲ ንሱ ኣብዚ ኸም ዚህሉ እተተስፈወ ደኣ ኣበይ ኣሎ፧ ካብታ ኣቦታትና ዝሞቱላ መዓልቲ፡ ኵሉ ኸምቲ ኻብ መጀመርታ ፍጥረት ዝነበሮ እዩ ዘሎ” ኺብሉ እዮም።
|
67,503

67,504
|
am_tg
|
በጥንት ዘመን ሰማያት እንደነበሩ እንዲሁም ደረቁ ምድር በአምላክ ቃል ከውኃ በላይ ጸንቶ እንደቆመና በውኃ መካከል እንደነበረ የሚያረጋግጠውን ሐቅ ሆን ብለው ችላ ይላሉ።
|
ካብ ቀደም ሰማያት ከም ዝነበረ፡ ምድሪ እውን ካብ ማይን ኣብ ማእከል ማይን ብቓል ኣምላኽ ጸኒዓ ኸም ዝነበረት፡ ነዚ ዀነ ኢሎም ዕሽሽ ይብልዎ ኣለዉ፣
|
67,505

67,506
|
am_tg
|
በዚያ ጊዜ የነበረው ዓለም በእነዚህ ነገሮች ጠፍቷል። ይህም የሆነው መላዋ ምድር በውኃ በተጥለቀለቀች ጊዜ ነው።
|
እታ ሽዑ ዝነበረት ዓለም ከኣ ብእኡ፡ ብማይ ኣዕለቕሊቓ ጠፊኣ እያ።
|
67,507

67,508
|
am_tg
|
ሆኖም በዚያው ቃል አሁን ያሉት ሰማያትም ሆኑ ምድር ለእሳትና ፈሪሃ አምላክ የሌላቸው ሰዎች ለሚጠፉበት የፍርድ ቀን ተጠብቀው ይቆያሉ።
|
እቲ ሕጂ ዘሎ ሰማያትን ምድርን ግና በቲ ቓል እቲ ንሓዊ ተዓቚሩ ኣሎ፡ ክሳዕ እታ መዓልቲ ፍርድን ጥፍኣት እቶም ንኣምላኽ ዘይፈርሁ ሰባትን ድማ ይሕሎ ኣሎ።
|
67,509

67,510
|
am_tg
|
የተወደዳችሁ ወንድሞች፣ እናንተ ግን በይሖዋ ዘንድ አንድ ቀን እንደ ሺህ ዓመት፣ ሺህ ዓመት ደግሞ እንደ አንድ ቀን መሆኑን ልትዘነጉ አይገባም።
|
ግናኸ፡ ፍቑራተየ፡ ኣብ የሆዋ ሓንቲ መዓልቲ ኸም ሽሕ ዓመት፡ ሽሕ ዓመት እውን ከም ሓንቲ መዓልቲ ምዃኑ፡ እዛ ሓንቲ ነገር እዚኣ ኣይትሰወርኩም።
|
67,511

67,512
|
am_tg
|
አንዳንድ ሰዎች እንደሚያስቡት ይሖዋ የገባውን ቃል ለመፈጸም አይዘገይም፤ ከዚህ ይልቅ እናንተን የታገሠው፣ ሁሉ ለንስሐ እንዲበቃ እንጂ ማንም እንዲጠፋ ስለማይፈልግ ነው።
|
የሆዋስ፡ ኵሎም ናብ ንስሓ ኺበጽሑ እምበር፡ ሓደ እኳ ኺጠፍእ ስለ ዘይደሊ፡ ምእንታኹም ይዕገስ ኣሎ እምበር፡ ከምቲ ንገሊኦም ዚድንጒ ዚመስሎም፡ ንተስፋኡ ኣየደንጕዮን እዩ።
|
67,513

67,514
|
am_tg
|
ይሁንና የይሖዋ ቀን እንደ ሌባ ይመጣል፤ በዚያም ቀን ሰማያት በነጎድጓድ ድምፅ ያልፋሉ፤ ንጥረ ነገሮቹም በኃይለኛ ሙቀት ይቀልጣሉ፤ ምድርና በላይዋ የተሠሩ ነገሮችም ይጋለጣሉ።
|
መዓልቲ የሆዋ ግና ከም ሰራቒ ዀይና ኽትመጽእ እያ፣ ብእኣ ሰማያት ድዋዕዋዕ እናበለ ኺሓልፍ፡ ባእታታት ከኣ ብረስኒ ኺጠፍእ፡ ምድርን ኣብኣ ዘሎ ግብርታትን እውን ኪቕላዕ እዩ።
|
67,515

67,516
|
am_tg
|
እነዚህ ሁሉ ነገሮች በዚህ ሁኔታ የሚቀልጡ ከሆነ ቅዱስ ሥነ ምግባር በመከተልና ለአምላክ ያደራችሁ መሆናችሁን የሚያሳዩ ተግባሮች በመፈጸም ምን ዓይነት ሰዎች መሆን እንዳለባችሁ ልታስቡበት ይገባል!
|
እዚ ዅሉ በዚ ኸምዚ ዚጠፍእ ካብ ኰነ፡ ብቕዱስ ኣነባብራን በቲ ንኣምላኽ ብዘሎኩም ተወፋይነት ዚርአ ግብርታትን ከመይ ዝበሉ ኽትኰኑ ኸም ዚግብኣኩም ሕሰቡ!
|
67,517

67,518
|
am_tg
|
ሰማያት በእሳት ተቃጥለው የሚጠፉበትንና ንጥረ ነገሮቹም በኃይለኛ ሙቀት የሚቀልጡበትን የይሖዋን ቀን መምጣት እየጠበቃችሁና በአእምሯችሁ አቅርባችሁ እየተመለከታችሁ ልትኖሩ ይገባል!
|
ሰማያት ብሓዊ ኣብ ዚጠፍኣሉ፡ ባእታታት ከኣ ብረስኒ ኣብ ዚመከሉ ግዜ፡ ነቲ መዓልቲ የሆዋ ኣብዚ እትህልወሉ እዋን ተጸበይዎ፡ ብሓሳብኩም እውን ኣቐልጥፍዎ።
|
67,519

67,520
|
am_tg
|
በሌላ በኩል ግን አምላክ በገባው ቃል መሠረት አዲስ ሰማያትና አዲስ ምድር እንጠባበቃለን፤ በእነዚህም ውስጥ ጽድቅ ይሰፍናል።
|
ንሕና ግና፡ ከምቲ ተስፋኡ፡ ጽድቂ ዚነብረሉ ሓድሽ ሰማያትን ሓዳስ ምድርን ንጽበ ኣለና።
|
67,521

67,522
|
am_tg
|
ስለዚህ የተወደዳችሁ ወንድሞች፣ እነዚህን ነገሮች እየተጠባበቃችሁ ስለሆነ በመጨረሻ በእሱ ፊት ቆሻሻና እድፍ ሳይኖርባችሁ በሰላም እንድትገኙ የተቻላችሁን ጥረት አድርጉ።
|
ስለዚ፡ ፍቑራተየ፡ ነዚ ትጽበዩ ኻብ ኣለኹም፡ ብዘይ ርስሓትን ብዘይ ኣበርን ኴንኩም ብሰላም ኣብ ቅድሚኡ ኽትርከቡ ተጋደሉ።
|
67,523

67,524
|
am_tg
|
በተጨማሪም የተወደደው ወንድማችን ጳውሎስ በተሰጠው ጥበብ እንደጻፈላችሁ የጌታችንን ትዕግሥት እንደ መዳን ቁጠሩት፤
|
ከምቲ እቲ ፍቑር ሓውና ጳውሎስ በቲ እተዋህቦ ጥበብ ገይሩ ዝጸሓፈልኩም ድማ፡ ንትዕግስቲ ጐይታና ኸም ድሕነት ቍጸርዎ፣
|
67,525

67,526
|
am_tg
|
እንዲያውም በሁሉም ደብዳቤዎቹ ላይ ስለ እነዚህ ነገሮች ጽፏል። ይሁንና በደብዳቤዎቹ ውስጥ ለመረዳት የሚከብዱ አንዳንድ ነገሮች አሉ፤ እውቀት የጎደላቸውና የሚወላውሉ ሰዎች ሌሎቹን ቅዱሳን መጻሕፍት እንደሚያጣምሙ ሁሉ እነዚህንም ለገዛ ጥፋታቸው ያጣምማሉ።
|
ንሱ ብዛዕባ እዚ ነገራት እዚ ኣብ ኵለን ደብዳበታቱ ተዛሪቡ እዩ። ገሊኡ ኣባታተን ዘሎ ግና፡ ንምርዳኡ ዜሸግር እዩ፣ እቶም ደናቝርን ዘይጽኑዓትን ከኣ፡ ከምቲ ነቲ ኻልእ ቅዱሳት ጽሑፋት ዚጠዋውይዎ፡ ነዚ እውን ንጥፍኣቶም ይጠዋውይዎ ኣለዉ።
|
67,527

67,528
|
am_tg
|
ስለዚህ የተወደዳችሁ ወንድሞች፣ ይህን አስቀድማችሁ ስላወቃችሁ ሕግ የሚተላለፉ ሰዎች በሚፈጽሙት ስህተት ከእነሱ ጋር ተታልላችሁ እንዳትወሰዱና ጽኑ አቋማችሁ እንዳይናጋ ተጠንቀቁ።
|
እምበኣር፡ ፍቑራተየ፡ ነዚ ኣቐዲምኩም ካብ ፈለጥኩምዎ፡ ብስሕተት እቶም ጠሓስቲ ሕጊ ምሳታቶም ስሒትኩም ካብ ጽንዓትኩም ከይትወድቁ ተሓለዉ።
|
67,529

67,530
|
am_tg
|
ከዚህ ይልቅ በጌታችንና በአዳኛችን በኢየሱስ ክርስቶስ ጸጋና እውቀት እድገት አድርጉ። አሁንም ሆነ ለዘላለም ለእሱ ክብር ይሁን። አሜን።
|
ብጸጋን ብፍልጠትን ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ዕበዩ። ንዕኡ ሕጅን ንመዓልቲ ዘለኣለምን ክብሪ ይኹኖ። ኣሜን።
|
67,531

67,532
|
am_tg
|
ይሁን እንጂ በሕዝቡ መካከል ሐሰተኛ ነቢያት እንደነበሩ ሁሉ በእናንተም መካከል ሐሰተኛ አስተማሪዎች ይነሳሉ። እነዚህ ሰዎች ጥፋት የሚያስከትል ኑፋቄ በስውር ያስገባሉ፤ የዋጃቸውን ጌታ እንኳ ሳይቀር ክደው በራሳቸው ላይ ፈጣን ጥፋት ያመጣሉ።
|
ግናኸ፡ ከምቲ ናይ ሓሶት ነብያት ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ዝነበሩ፡ ከምኡ ኸኣ ኣብ መንጎኹም ናይ ሓሶት መምህራን ኪህልዉ እዮም። ንሳቶም ዜጥፍእ ኑፋቐ ሰላሕ ኣቢሎም ኬእትዉን ነቲ ዝዓደጎም ዋና እኳ ኪኽሕድዎን እዮም፣ ኣብ ርእሶም እውን ቅልጡፍ ጥፍኣት ኬምጽኡ እዮም።
|
67,533

67,534
|
am_tg
|
በተጨማሪም ብዙዎች እነሱ የሚፈጽሙትን ዓይን ያወጣ ምግባር ይከተላሉ፤ በዚህም ምክንያት የእውነት መንገድ ይሰደባል።
|
ብዙሓት ድማ ነቲ ንውርምናኦም ኪስዕብዎ እዮም፣ ብሰሮም እውን መገዲ ሓቂ ኽትጽረፍ እያ።
|
67,535

67,536
|
am_tg
|
እነዚህ ሐሰተኛ አስተማሪዎች አስመሳይ ቃላት በመናገር እናንተን በስግብግብነት ይበዘብዟችኋል። ሆኖም ከብዙ ዘመን በፊት የተበየነባቸው ፍርድ አይዘገይም፤ ጥፋት እንደሚደርስባቸውም ጥርጥር የለውም።
|
ብቓል ጥበራ ገይሮም ከኣ፡ ብስስዐ ኺምዝምዙኹም እዮም። እቲ ቐደም እተወሰነ ፍርዶም ግና ኣይድንጕን፡ ጥፍኣቶም እውን ኣይድቅስን እዩ።
|
67,537

67,538
|
am_tg
|
ደግሞም አምላክ ኃጢአት የሠሩትን መላእክት ከመቅጣት ወደኋላ አላለም፤ ይልቁንም በድቅድቅ ጨለማ አስሮ በማስቀመጥ ፍርዳቸውን እንዲጠባበቁ ወደ እንጦሮጦስ ጣላቸው።
|
ኣምላኽ ነቶም ዝሓጥኡ መላእኽቲ እኳ ኣይነሓፎምን፣ የግዳስ፡ ናብ ጦርጦስ ደርብዩ፡ ንፍርዲ ኺዕቈሩ ብመቝሕ ድቕድቕ ጸልማት ኣሲርዎም እዩ።
|
67,539

67,540
|
am_tg
|
እንዲሁም የጽድቅ ሰባኪ የነበረውን ኖኅን ከሌሎች ሰባት ሰዎች ጋር አድኖ ፈሪሃ አምላክ ባልነበራቸው ሰዎች በተሞላው ዓለም ላይ የጥፋት ውኃ ባመጣ ጊዜ የጥንቱን ዓለም ከመቅጣት ወደኋላ አላለም።
|
ነታ ጥንታዊት ዓለም እውን ኣይነሓፋን፣ የግዳስ፡ ኣብታ ፍርሃት ኣምላኽ ናይ ዘይብሎም ዓለም ማይ ኣይሂ ምስ ኣውረደ፡ ንኖህ እቲ ሰባኽ ጽድቂ ሻምናይ ርእሱ ሓልይዎ እዩ።
|
67,541

67,542
|
am_tg
|
ደግሞም ፈሪሃ አምላክ ለሌላቸው ሰዎች ለወደፊቱ ምሳሌ እንዲሆኑ የሰዶምና የገሞራ ከተሞችን አመድ በማድረግ ፈርዶባቸዋል።
|
ንኸተማታት ሶዶምን ጎሞራን ሓምዅሽቲ ብምግባር ድማ፡ ኰኒንወን እዩ፣ ነቶም ፍርሃት ኣምላኽ ዘይብሎም ብዛዕባ ዚመጾም ነገር ከኣ፡ መሰክሒ ዀይነን ኣለዋ።
|
67,543

67,544
|
am_tg
|
ሆኖም ለሕግ የማይገዙ ሰዎች በሚፈጽሙት ዓይን ያወጣ ምግባር እጅግ እየተሳቀቀ ይኖር የነበረውን ጻድቁን ሎጥን አድኖታል።
|
ነቲ ብንውርምና እቶም ጠሓስቲ ሕጊ ኣመና ዚጕሂ ዝነበረ ጻድቕ ሎጥ ግና ኣናጊፍዎ እዩ፣—
|
67,545

67,546
|
am_tg
|
ይህ ጻድቅ ሰው ዕለት ተዕለት በመካከላቸው ሲኖር በሚያየውና በሚሰማው መረን የለቀቀ ድርጊታቸው ጻድቅ ነፍሱን ያስጨንቅ ነበር።
|
መዓልቲ መዓልትስ፡ በቲ እቲ ጻድቕ ኣብ መንጎኦም ኪነብር ከሎ ዚርእዮን ዚሰምዖን ዝነበረ ግብርታት ጥሕሰት ሕጊ፡ እታ ጻድቕ ነፍሱ ትስቀ ነይራ እያ።
|
67,547

67,548
|
am_tg
|
በመሆኑም ይሖዋ፣ ለአምላክ ያደሩ ሰዎችን ከፈተና እንዴት እንደሚያድንና ዓመፀኞችን ደግሞ በፍርድ ቀን ለሚደርስባቸው ጥፋት እንዴት ጠብቆ እንደሚያቆይ ያውቃል።
|
እምበኣር፡ የሆዋ ነቶም ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ሰባት ከመይ ገይሩ ኻብ ፈተና ኸም ዜናግፎም ይፈልጥ እዩ፣ ንዓመጽቲ ግና ብመዓልቲ ፍርዲ ምእንቲ ኺጠፍኡ ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዓቝሮም ይፈልጥ እዩ፣
|
67,549

67,550
|
am_tg
|
በተለይ ደግሞ ሰዎችን ለማርከስ ሲሉ ከእነሱ ጋር የፆታ ብልግና ለመፈጸም የሚመኙትንና ሥልጣን ያላቸውን የሚንቁትን ለፍርድ ጠብቆ ያቆያቸዋል። ደፋሮችና በራሳቸው የሚመሩ ከመሆናቸውም በላይ የተከበሩትን ሲሳደቡ አይፈሩም።
|
ምናዳ ኸኣ ነቶም ንስጋ ኻልኦት ኬርክሱ ዚደልዩን ንስልጣን ዚንዕቁን። ንሳቶም ደፋራት፡ ብርእሶም ዚምክሑ፡ ንኽቡራት ኪጸርፉ ዘይፈርሁ እዮም፣
|
67,551

67,552
|
am_tg
|
ይሁንና መላእክት፣ ከእነሱ የላቀ ብርታትና ኃይል ያላቸው ቢሆንም ለይሖዋ ካላቸው አክብሮት የተነሳ ሐሰተኛ አስተማሪዎቹን በመስደብ አልነቀፏቸውም።
|
መላእኽቲ ግና ብሓይልን ብስልጣንን ዚበልጹ ኽነሶምሲ፡ ንየሆዋ ኻብ ዘለዎም ኣኽብሮት እተላዕለ፡ ብጸርፊ ኣይከሰስዎምን።
|
67,553

67,554
|
am_tg
|
እነዚህ ሰዎች ግን ተይዘው ለመገደል እንደተወለዱ፣ በደመ ነፍስ እንደሚንቀሳቀሱ አእምሮ የሌላቸው እንስሳት ናቸው፤ በማያውቁት ነገር እየገቡ ይሳደባሉ። በሚከተሉት የጥፋት ጎዳና የተነሳ ለጥፋት ይዳረጋሉ።
|
እዚኣቶም ግና ከምቶም ኪትሓዙን ኪጠፍኡን እተፈጥሩ ዘይሓስቡ እንስሳታት ብምዃኖም፡ ብዛዕባ ዘይፈልጥዎ ነገራት ይጻረፉ ኣለዉ። በቲ ባዕሎም ዜምጽእዎ መገዲ ጥፍኣት ኪጠፍኡ እዮም፣
|
67,555

67,556
|
am_tg
|
በሠሩት ክፉ ድርጊት የተነሳ በራሳቸው ላይ ክፉ ነገር በማምጣት ብድራታቸውን ይቀበላሉ። በጠራራ ፀሐይ የሥጋ ፍላጎታቸውን ማርካትን እንደ ደስታ ይቆጥሩታል። እነዚህ ሰዎች እንደ ቆሻሻና እድፍ ናቸው፤ ከእናንተ ጋር በግብዣ ላይ ሲገኙ አታላይ በሆኑ ትምህርቶቻቸው ሌሎችን በማሳት እጅግ ይደሰታሉ።
|
ከም ዓስቢ ዓመጻኦም እውን፡ ኪዕመጹ እዮም። ብቐትሪ እኳ ምሕንቃቕ ከም ተድላ ገይሮም ይርእይዎ እዮም። ምሳኻትኩም ኣብ መኣዲ እናበልዑ፡ ብዜታልል ትምህርቶም ዚፍንጥዙ ርስሓትን ኣበርን እዮም።
|
67,557

67,558
|
am_tg
|
አመንዝራ ዓይን ያላቸው በመሆኑ ኃጢአት ከመሥራት መታቀብ አይችሉም፤ ጸንተው ያልቆሙትንም ያማልላሉ። መስገብገብ የለመደ ልብ አላቸው። የተረገሙ ልጆች ናቸው።
|
ዝሙት ዝመልኣን ካብ ሓጢኣት ዘየቋርጻን ኣዒንቲ ኣለዋኦም፣ ንዘይጸንዑ ኸኣ ይሓብሉ እዮም። ስስዐ ዝለመደ ልቢ ኣለዎም። ርጉማት ደቂ እዮም።
|
67,559

67,560
|
am_tg
|
ቀናውን መንገድ ትተው በተሳሳተ ጎዳና ሄደዋል። ለጥቅም ሲል ክፉ ድርጊት መፈጸም የመረጠውን የቢዖርን ልጅ የበለዓምን መንገድ ተከትለዋል።
|
ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሓዲጎም ስሒቶም እዮም። መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ በላዓም ወዲ ቤዖር ስዒቦም እዮም፣
|
67,561

67,562
|
am_tg
|
በለዓም ግን ትክክለኛውን መመሪያ በመጣሱ ተወቅሷል። መናገር የማትችል አህያ እንደ ሰው ተናግራ የነቢዩን የእብደት አካሄድ ለመግታት ሞከረች።
|
ንሱ ግና ቅኑዕ ዝዀነ ብምጥሓሱ፡ መግናሕቲ ተቐቢሉ እዩ። ዓባስ መጽዓኛ ብድምጺ ሰብ ተዛሪባስ ንጽላለ እቲ ነብዪ ዓጊታቶ እያ።
|
67,563

67,564
|
am_tg
|
እነዚህ ሰዎች የደረቁ ምንጮችና በአውሎ ነፋስ የሚነዱ ደመናዎች ናቸው፤ ድቅድቅ ጨለማም ይጠብቃቸዋል።
|
እዚኣቶም ማይ ዘይብሉ ዓይኒ ማያትን ብህቦብላ ዚኽብከብ ግመን እዮም፣ ግብ ዝበለ ጸልማት ከኣ ተዓቚሩሎም ኣሎ።
|
67,565

67,566
|
am_tg
|
በከንቱ ጉራ ይነዛሉ። በተሳሳተ ጎዳና ከሚመላለሱ ሰዎች መካከል በቅርቡ ያመለጡትን በሥጋ ምኞቶችና ዓይን ባወጣ ምግባር ያማልላሉ።
|
ከንቱ ዝዀነ ዘረባ ትዕቢት ይዛረቡ እዮም። ነቶም ካብቶም ብስሕተት ዚነብሩ ሕጂ ንቝሩብ ዘምለጡ ሰባት፡ ብትምኒት ስጋን ብንውርምናን ይሓብሉ እዮም።
|
67,567

67,568
|
am_tg
|
እነሱ ራሳቸው የመጥፎ ሥነ ምግባር ባሪያዎች ሆነው ሳሉ ነፃ ትወጣላችሁ እያሉ ተስፋ ይሰጧቸዋል፤ ማንም ሰው በሌላ ሰው ከተሸነፈ የዚያ ሰው ባሪያ ይሆናልና።
|
እተሳዕረ ነቲ ዝሰዓሮ ባርያኡ ይዀኖ እዩ እሞ፡ ንሳቶም ንርእሶም ባሮት ብልሽውና ኽነሶም፡ ሓርነት የተስፍውዎም ኣለዉ።
|
67,569

67,570
|
am_tg
|
ስለ ጌታችንና አዳኛችን ስለ ኢየሱስ ክርስቶስ ባገኙት ትክክለኛ እውቀት አማካኝነት ከዓለም ርኩሰት ካመለጡ በኋላ ተመልሰው በዚሁ ነገር ከተጠመዱና ከተሸነፉ ከመጀመሪያው ይልቅ የኋለኛው ሁኔታቸው የከፋ እንደሚሆንባቸው ምንም ጥርጥር የለውም።
|
ብልክዕ ፍልጠት ጐይታናን መድሓኒናን የሱስ ክርስቶስ ካብ ርኽሰት ዓለም ድሕሪ ምምላጦም፡ ከም ብሓድሽ ብእኡ እንተ ተጠላሊፎምን እንተ ተሳዒሮምን፡ ካብ ቀዳማዮምሲ ዳሕራዮም ዝገደደ እዩ ዚኸውን።
|
67,571

67,572
|
am_tg
|
የጽድቅን መንገድ በትክክል ካወቁ በኋላ ከተሰጣቸው ቅዱስ ትእዛዝ ወደኋላ ከሚሉ ቀድሞውኑ ባያውቁት ይሻላቸው ነበር።
|
ነታ መገዲ ጽድቂ ብልክዕ ፈሊጦም ካብቲ ቕዱስ ትእዛዝ ካብ ዚርሕቁ፡ እንተ ዘይፈልጥዋ ምሓሾም ነይሩ።
|
67,573

67,574
|
am_tg
|
“ውሻ ወደ ትፋቱ ይመለሳል፤ የታጠበች አሳማም ተመልሳ ጭቃ ላይ ትንከባለላለች” የሚለው እውነተኛ ምሳሌ በእነሱ ላይ ተፈጽሟል።
|
ከምቲ እቲ ምስላ ሓቂ፡ “ከልቢ ናብ ትፋኡ ተመልሰ፣ ሓሰማ እውን ተሓጺባስ ኣብ ጸብሪ ኣንገርገረት” ዚብሎ በጺሕዎም ኣሎ።
|
67,575

67,576
|
am_tg
|
ከመጀመሪያ የነበረውን፣ የሰማነውን፣ በዓይናችን ያየነውን፣ በትኩረት የተመለከትነውንና በእጃችን የዳሰስነውን የሕይወትን ቃል በተመለከተ እንጽፍላችኋለን፤
|
ብዛዕባ እቲ ኻብ መጀመርታ ዝነበረ፡ ንሕና ዝሰማዕናዮ፡ ብኣዒንትና ዝረኣናዮ፡ ዝጠመትናዮ፡ ኣእዳውና እውን ዘረምሰሳኦ ቓል ህይወት ንነግረኩም ኣለና።
|
67,577

67,578
|
am_tg
|
(አዎ፣ ይህ ሕይወት ተገልጧል፤ እኛም አይተናል፤ ደግሞም እየመሠከርን ነው፤ እንዲሁም በአብ ዘንድ የነበረውንና ለእኛ የተገለጠውን የዘላለም ሕይወት ለእናንተ እየነገርናችሁ ነው፤)
|
(እወ፡ ህይወት ተጋሂዳ እያ፣ ነታ ምስ ኣቦ ዝነበረትን ንዓና እተጋህደትን ናይ ዘለኣለም ህይወት ከኣ ርኢናያ ኢና እሞ፡ ንምስክረልኩምን ንነግረኩምን ኣለና።)
|
67,579

67,580
|
am_tg
|
እናንተም ከእኛ ጋር ኅብረት እንዲኖራችሁ ያየነውንና የሰማነውን ለእናንተም እየነገርናችሁ ነው። ደግሞም ይህ ኅብረታችን ከአብና ከልጁ ከኢየሱስ ክርስቶስ ጋር ነው።
|
ንስኻትኩም እውን ምሳና ሕብረት ምእንቲ ኺህልወኩም ኢልና፡ እቲ ዝረኣናዮን ዝሰማዕናዮን ንዓኻትኩም ንነግረኩም ኣለና። እዚ ሕብረትና እውን ምስ ኣቦን ምስ ወዱ የሱስ ክርስቶስን እዩ።
|
67,581

67,582
|
am_tg
|
እነዚህን ነገሮች የምንጽፍላችሁ ደስታችን የተሟላ እንዲሆን ነው።
|
ሓጐስና ምሉእ ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡ እዚ ንጽሕፈልኩም ኣለና።
|
67,583

67,584
|
am_tg
|
ከእሱ የሰማነውና ለእናንተ የምናሳውቀው መልእክት ይህ ነው፦ አምላክ ብርሃን ነው፤ በእሱም ዘንድ ጨለማ ፈጽሞ የለም።
|
እታ ኻብኡ ዝሰማዕናያ፡ ንዓኻትኩም እውን እንነግራ ዘለና መልእኽቲ እዚኣ እያ፦ ኣምላኽ ብርሃን እዩ፣ ኣብኡ ኸኣ ጸልማት ከቶ የልቦን።
|
67,585

67,586
|
am_tg
|
“ከእሱ ጋር ኅብረት አለን” ብለን እየተናገርን በጨለማ የምንመላለስ ከሆነ እየዋሸን ነው፤ እውነትንም ሥራ ላይ እያዋልን አይደለም።
|
“ምስኡ ሕብረት ኣሎና” ኢልናስ ኣብ ጸልማት እንተ ተመላሊስና፡ ንሕሱ፡ ሓቂ እውን ኣይንገብርን ኢና ዘለና።
|
67,587

67,588
|
am_tg
|
ይሁን እንጂ እሱ ራሱ በብርሃን እንዳለ ሁሉ እኛም በብርሃን የምንመላለስ ከሆነ እርስ በርሳችን ኅብረት ይኖረናል፤ እንዲሁም የልጁ የኢየሱስ ደም ከኃጢአት ሁሉ ያነጻናል።
|
ከምቲ ንሱ ኣብ ብርሃን ዘሎ፡ ኣብ ብርሃን እንተ ተመላሊስና ግና፡ ንሓድሕድና ሕብረት ኣሎና፡ ደም የሱስ ወዱ እውን ካብ ኵሉ ሓጢኣትና የንጽሃና እዩ።
|
67,589

67,590
|
am_tg
|
“ኃጢአት የለብንም” ብለን የምንናገር ከሆነ ራሳችንን እያታለልን ነው፤ እውነትም በእኛ ውስጥ የለም።
|
“ሓጢኣት የብልናን” እንተ ኢልና፡ ንርእስና ነስሕታ ኣለና፡ እታ ሓቂ እውን ኣባና የላን።
|
67,591

67,592
|
am_tg
|
ኃጢአታችንን የምንናዘዝ ከሆነ እሱ ታማኝና ጻድቅ ስለሆነ ኃጢአታችንን ይቅር ይለናል፤ እንዲሁም ከክፋት ሁሉ ያነጻናል።
|
ሓጢኣትና እንተ ተናዚዝና፡ ንሓጢኣትና ኺሓድገልና፡ ካብ ኵሉ ዓመጻ እውን ኬንጽሃና እሙንን ጻድቕን እዩ።
|
67,593

67,594
|
am_tg
|
“ኃጢአት አልሠራንም” ብለን የምንናገር ከሆነ እሱን ውሸታም እያደረግነው ነው፤ ቃሉም በውስጣችን የለም።
|
“ኣይሓጣእናን” እንተ ኢልና፡ ሓሳዊ ንገብሮ ኣለና፡ ቃሉ እውን ኣባና የሎን።
|
67,595

67,596
|
am_tg
|
የአምላክ ልጆች ተብለን እንድንጠራ አብ ምን ያህል ታላቅ ፍቅር እንዳሳየን ተመልከቱ! ደግሞም ልጆቹ ነን። ዓለም እኛን የማያውቀን ለዚህ ነው፤ ምክንያቱም ዓለም እሱን አላወቀውም።
|
ውሉዳት ኣምላኽ ምእንቲ ኽንብሃል፡ ኣቦ ኸመይ ዝበለ ፍቕሪ ኸም ዝሃበና እሞ ርኣዩ! ከምኡ ድማ ኢና። ስለዚ ኸኣ፡ ዓለም ንዕኡ ስለ ዘይፈለጠቶ፡ ንዓና እውን ኣይትፈልጠናን እያ።
|
67,597

67,598
|
am_tg
|
የተወደዳችሁ ወንድሞች፣ እኛ አሁን የአምላክ ልጆች ነን፤ ሆኖም ወደፊት ምን እንደምንሆን ገና አልተገለጠም። እሱ በሚገለጥበት ጊዜ እንደ እሱ እንደምንሆን እናውቃለን፤ ምክንያቱም እሱን በእርግጥ እናየዋለን።
|
ፍቑራተየ፡ ሕጂ ውሉዳት ኣምላኽ ኢና፣ እንታይ ከም እንኸውን ግና ገና ኣይተጋህደን። ንሱ ምስ ተጋህደ፡ ከምታ ዘለዋ ኽንርእዮ ኢና እሞ፡ ንዕኡ ኸም እንመስል ንፈልጥ ኢና።
|
67,599

Subsets and Splits
No community queries yet
The top public SQL queries from the community will appear here once available.